Welcome to Scribd. Sign in or start your free trial to enjoy unlimited e-books, audiobooks & documents.Find out more
Download
Standard view
Full view
of .
Look up keyword
Like this
1Activity
0 of .
Results for:
No results containing your search query
P. 1
Meftih_latest_edition_Nov2013.pdf

Meftih_latest_edition_Nov2013.pdf

Ratings: (0)|Views: 589|Likes:
Published by Aaron Berhane
Meftih covers the latest development of Mayor Rob Ford
Meftih covers the latest development of Mayor Rob Ford

More info:

Published by: Aaron Berhane on Nov 05, 2013
Copyright:Attribution Non-commercial

Availability:

Read on Scribd mobile: iPhone, iPad and Android.
download as PDF, TXT or read online from Scribd
See more
See less

07/11/2014

pdf

text

original

 
Meftih The Life Line of Eritrean Community Award Winning Independent Monthly Newspaper 
www.meftih.ca
 email: infomeftih@gmail.comVolum 9 Issue 3 November 2013
መጀመርታ ዓርቢ ናይ ነፍስ-ወከፍ ወርሒ ትሕተም ወርሓዊት ጋዜጣ
 
Printed the rst Friday of every month Tel: 416-824-8124 Fax: 416-783-7850
please see page 4 
About 300  pages of infor-mation used by  police to obtain a search war-
rant for Alex
-ander “Sandro” Lisi, Toronto Mayor Rob
Ford’s friend
and occasional driver, will  be released this morning.The move will come a day after an Ontario Superior Court judge ordered the release of select portions of the information used to obtain the search warrant
leading up to Lisi’s arrest.Another 170 pages deemed
too sensitive will remain sealed when the 300 pag-es are released Thursday, though media lawyers will  be challenging that in sub-missions to be made on  Nov. 8.During days of arguments, me-dia lawyers opposed attempts to redact from the documents the names of so-called “third  parties” — individuals who are associates of Lisi but who were not charged.Earlier this month, Lisi — de-
scribed by Ford as a friend —
was arrested at a Toronto strip mall and charged with posses-
sion and trafcking of mari
- juana, conspiracy to commit an
Mayor’s friend search warrant
documents to be released 
Call
Zenab Warah
for the Best Fares
BOOKEARLYAND SAVEONFLIGHTS
1220 Ellesmere Rd, Suite 1, Toronto, ON M1P 2X5 •
TICO #4631677
Tel416-485-6387 ext 6326 Toll-Free 1-877-727-6387 zenab
@
airliners.ca
 
Meftih November 2013 Volume 9 Issue 3: page
2
ንንንንን ንንንንን ንንን ንንንን ንንንንንን ንንንንንን ንንንን ንንንን ንንንን ንንንንን ንንንን ንንንንን ንንንን ንንንን!
 
Meftih November 2013 Volume 9 Issue 3: page
3
ዘይኤርትራዊ ስነ-ምግባር ስነ-ጥበባውያን ኤርትራ ንኹንን!
 ህዝቢ ኤርትራ ድሕሪ’ዚ ናይ ላምፐዱሳ ህልቂት ኣማኢት ኤርትራውያን ኣሕዋት ኣብ ከቢድ ሓዘንን መልቀስን ይርከብ ኣሎ። ልብኻ ዝትንክፍ ገዓርን ብኽያትን ኣዴታት፡ ኣቦታት፡ ኣሕዋት፡ ኣሓትን፡ ቤተሰብን መሓዙትን ናይቶም ዝተጎድኡ ዜጋታትና ኣብ ኩሉ ዓለም ይስማዕ ኣሎ።ደረፍቲ ኤርትራ ግን ኣይግድን! ኣብ ልዕሊ ሬሳ ኣሕዋትኩም ጓይላ ተኺልኩም ክትላሃዩ ምርኣይ ጽያፍን ዘይኤርትራዊ ስነ-ምግባርን እዩ። ወዲ ትካቦ፡ዳዊት ሽላን፡ ዘይነብ በሽር ዝርከቡዎም ኣብ ኣትላንታ ሬሳታት ኤርትራውያን ካብቲ ዝዋሓጦ ቀላይ ከይወጸ፡ ሓመድ ኣዳም ከይለበሱ ክደርፉ ሓዲሮም ሰሚዕና። እዚ ኣእምርኡ ዝሰሓተ እንተዘይኮይኑ ጥዑይ ሰብ ክገብሮ ዘይከእል ሰብኣውነት ዝጎደሎ ኣጸያፊ ስነ-ምግባር እዩ። ኣብ ሱዕዲ ዓረብውን ደረፍቲ ሕልንኦም ዝሰሓቱ ደገፍቲ ኢሰያስ ኣኪቦም ኣብ ልዕሊ ሬሳታት ኣሕዋቶም ክስዕስዑ ቀንዮም፡ ከምኡውን ኣብ ሳዋ ሄለን መለስ ትርከቦም ደረፍቲ ብኣስገዳድ ዕሸላት ወተሃደራት ኣኪቦም ክጭፍሩ ተሰሚዖም። ብኹሉ ዓይነት መዐቀኒ እዚ ዘሕንኽን ነውርን እዩ። በዚ ዘሕፍር ሕልና ደረፍቲ ኤርትራን ኣጫፈርቶምን ከኣ ብዙሕ ኤርትራዊ ሕልንኡ ተጎዲኡን ተቖጢዑን ይርከብ።ስነ-ጥበብ ንባህልን ክብርን ህዝብታት፡ ንታሪኽን ዝናን፡ ንምረትን ሓጎስን፡ ንተስፋን ፍ ቕርን ክገልጽ እዩ ዝግባእ። ብስስዐን በለጽን ፍርሒን ዝዓወሩ ስነ-ጥብኛታት ኤርትራ ግን ቀታልን ደመኛን ህዝቢ ኤርትራ ንዝኾነ ውልቀ-መላኺ ክውድሱ መሪጾም። ሕሉፍ ሓሊፉ ኣማኢት ንጹሃት ኤርትራውያን ኣብቲ ንምሉእ ዓለም ዘሰንበደ ሓደጋ ብሓንሳብ ኣብ ዝጠፍኡሉ፡ ጓኖት ናይ ሓዘን መዓልታት ኣብ ዝኣወጅሉ እዋን ክትጭፍሩ ምርኣይ ኣብ ህዝብን መንእሰይን ኤርትራ ዘለኩም ክቱር ንዕቀት ኣርኢኹም ኣለኹም። ንታሪኽኩም ድማ ክፉእ ሓድጊ ትገድፉ ምህላውኩም ክትፈልጡ ይግባእ።ኤምዲሰመ ነዚ ዘይኤርትራዊ፡ ኢሰብኣዊ፡ ኣጸያፊን ስነ-ምግባርኩምን ብትሪ ይኹንን። ንህዝቢ ኤርትራን ንስድራ ቤታት ምውታት ይቕሬታ ክትሓቱ ድማ ይጽውዕ። ካብዚ ዝፈጸምኩምዎ ዓቢ ጌጋ ተኣሪምኩም ድማ ኣብ ጎኒ ፍትሕን ርትዒን ደው ኢልኩም ቃንዛን ሃረርታን ህዝብኹም ከተዝይሙን ከተቃልሑን ንእትፍጽምዎ ዘለኹም በደልውን ክትክሕሱን ታሪኻውን ሞራላውን ሓላፍነትኩም ክትስከሙ ነዘኻኽረኩም።ኣብዚ ዝሓለፈ መዓልታት ወዲ ትኳቦ ንስርዓት ኢሰያስ ራሕሪሕዎ ኣሎ። ህቡብነት ወዲ ትኳቦ ኣብ ግምት ብምእታውን፡ ብሞይኡ ዓቢ ኣበርክቶ ክገብር ከምዝኽእል ብምእማንን፡ ኣብ ጎድኒ ውጹዕ ሕዝቡ ዀይኑ ነዚ ስርዓት ንምእላይ ኣብ ዝግበር ቃልሲ ኣወንታዊ ተራ ክጻወት ንላቦ። ካልኦት ስነጥበበኛታትውን ኣሰሩ ክስዕቡን ካብ ምስቲ ዓማጺ ስርዓት ኣብ ጎድኒ ውጹዕ ህዝቦም ክስለፉ ንጽውዕ።ኩሉ መንእሰይ ኤርትራ ድማ ንኹሎም እዞም ብስስዐን፡ ክቱር ፍርሒን ተኣሲሮም ዋጦት ኢሰያስን ስርዓቱን ክኾኑ ዝመረጹ ክትኩንንዎምን ኣብቲ ዝኣጉድዎ ዳንኬራታትውን ከይትሳተፉ ንምሕጸን። ንኹሉ ፍርያቶምውን ክትሕሰምዎ ይግባእ። ብኣንጻሩ ንኹሎም እቶም ብዓቕሞም፡ ስቓይን ምረትን ህዝቦም ዘቃልሑ ዘለዉ ሰብ ሕልና ስነ-ጥበባውያን ሃገርና ብኹሉ ዓቕምና ክንድግፎምን ከነተባብዖምን ንላቦ።ጽንዓትን ደበስን ንዝተጐድአ ህዝብና ኤርትራዊ ምንቅስቓስ ንዲሞክራስን ሰብኣዊ መሰላትን (ኤምዲሰመ)30 ጥቅምቲ 2013ደቡብ ኣፍሪቃ

You're Reading a Free Preview

Download
scribd
/*********** DO NOT ALTER ANYTHING BELOW THIS LINE ! ************/ var s_code=s.t();if(s_code)document.write(s_code)//-->