You are on page 1of 6

1ይ ሕታም

2010
መጋቢት

ርሑስ በዓለ ፋሲካ


ቁምስና ቅዱስ ቶማስ (ሮማ)
ይግበረልና።
ኣባ መሓሪ ሃብታይ

[መቓልሕ ቅዱስ ቶማስ]


[ብሓሌዮት ቁምስና ቅደስ ቶማስ ዜሕተም መጺሔት ፣ መንፈሳዊ ትምህትቲን ማyበራዊ ሓበሬታት ዗ጠቓሇሇ እዩ። ካብ ምእምናን ኣብዙ ምስንዲእ ናይ
መጺሔት ግዯኦም ከበርክቱ ዜዯሌዩ ንቖሞስ ይውከሱዎ።]
መቓልሕ ቅዱስ ቶማስ 2010

ጾም ኣርብዓ ንብርሃነ ትንሣኤ ዘብጽሕ መጋበሪ ድሕነት


ጾመ ኣርበዒ ኣብ ጉዕዝ ሕይወት ክርስትና ምእንቲ ከርእዩ ኻብ ዒበይቶም ክሳብ ማሇት ኣብ መንጎኹም ቅር ዗ብሌ ነገር
መንፈሳዊ ስሌጣኔ እንኹስኩሰለን ናኣሽቶም ወጮ ተኸዴኑ ካብ ጉሁር ቁጥዒኡ እንተል ይቕረ ተበሃሃለ። ከምቲ ጎይታ
እንዴሌበለን ኣብ ቅ. መጽሓፍን ኣብ ታሪኽ ዯሓኑ (ዮና. ምዕ. 3) ይቕረ ዜበሇሌኩም ይቕረ ተበሃሃለ ቇሊስዮስ
ክርስትናን ፍለይ ቦታ ዜሓ዗ እዩ። ጾም ኣብ ሓዱሽ ኪዲን ጎ.ኢ.ክ ነቶም ግቡዚት 3:13 ኣብ መኣዱ ጎይታ ዜጽንበር እዩ።
ኣርበዒ ጸልትን ምጽዋትን መሰነይታ ገቢሩ ንረኣዩሇይን ስምዐሇይን ገጾም ዗ጸምሌዉ ጾም ኣርበዒ ቅደስ ጊዛ፣ እዋን ጸጋን
ትንሣኤ ክርስቶስ ንምብዒሌ ዗ብቅዕ ፡ ጸወምቲ ዴሮ ዒስቦም ካብ ሰብ ዴyነትን እዩ። ናይቶም ንጸውም ሕይወት
ክፍኣት ዜሰዒረለ ፡ ሕይወት ቀዯም ከምዜተቐበለ፡ እንተኾነ ጾም መሰረታዊ ምስቲ መንፈስ ቅዴስና ዗ይሰማማዕ
ዜምሇሰለ ኮይኑ ታሕ¶ስ ዜሕፈሰለ ፣ ሇውጢ ፣ ውሽጣዊ ተሓዴሶ ዗ሇዎ ክኸውን እንተኾይኑ ኣረማውያን ክንዕቁና ፣ እቲ
ስምምዕን ሰሊምን ዜሰፍነለ ቅደስ ወርxት ከምዜግባእ ማቴ 6:17-18 ይገሌጸሌና። ግዲማዊ ጾምና ምስቲ ውሽጣዊ ጾም
እዩ። ጾም ንሥጋና ቀይዱ ፣ ብጾም ጌርና እኳዴኣ ሰብ ብቓሌ ኣምሊኽ ከምዜነብር እንተ዗ይሓቢሩ ፍረ የብለን። እዙ ጊዛና
ንሥጋና ንቐጽዒን ንመሌካን። ኢዮኤሌ ኣትሪሩ የሰምዒሌና ማቴ ምዕ. 4 ኣንብብ። ንፍቕሪ ዕሽሽ ዜብሇለ ዗ል እዋን ተረዱእና
2፡15 ነብይ ጾም ኣዊጁ ። እቲ ሓቀኛ ብሌዏይሲ ፍቓዴ እቲ ዜሇኣኸኒ ጾም ኣብ ውሽጥና ከምንኣቱ ይሕግ዗ናእዩሞ
ጎ.ኢ.ክ ተሌእኮኡ ቅዴሚ ምጅማሩ ነዙ ግብዜነት ንሓዯ ጊዛ ተራእዩ ከም ትኪ
ምግባርን ፡ ዕዮኡ ምፍጻም እዩ ዮሓ 4:34። ዜበንን ፡ ከም ጨካን ፈርዖን ንሕስያ
ብዱያብልስ ተፈተነ። ሰብ ካብ ኣፍ ኣምሊኽ ኣብዙ ቅደስ ወርxት ጾም ኣርበዒ ኣብ
ብዜወጽእ ኩለ ቓሌ ዯኣ እምበር ብእንጌራ የብሊናንሞ ንጹም ጾመ ወናፍቅር ቢጸነ
ቅዴሚ ኣምሊኽ ተምበርኪኽና ምሕረቱ እናበሌና ፡ ንብርሃን ትንሣኤኡ ንጠምት።
ጥራሕ ኣይነብርን ኢለ መሇሰለ (ማቴ 4፡1- ንሓፍሰለ ግዛ ምዃኑ ተርዱእና ፡ ፍቕሪ ፣ ክርስቶስ ብሕማማቱ ፣ ብስቕሇቱ ፣ ብሞቱ
11)። ከምኡውን ሙሴ እንጌራ ከይበሌዏን ጸልት ተጋዴል ፣ ጾም ፣ ትሕትና ፣ ትዕግስቲ ንሞት ስዑሩ ብርሃን ትንሳኤኡ ኣርእዩና
ማይ ከይሰተን ኣብኡ ምስ እግዙኣብሔር ፣ ምሕረት ከነ዗ውትር። እዩ። ንሕናውን ነቲ ብርሃን ናቱ ተጠቂምና
ኣርበዒ መዒሌትን ኣርበዒ ሇይትን ገበረ። ነቲ ኣበው ቤ/ክ ጾም ኣዴሊይ ከምዜኾነ ንጸሌማት ጋሉህና ፡ ናብቲ ሌብና ብርሃን
ቓሊት ኪዲን ነተን ዒሰርተ ቓሊት ኣብተን ሓጢኣት ዜዒግት ፣ ናፍቖት ኣረጊት ኣዲም ክርስቶስ ከምዜበርህ ፡ ዜሕግ዗ና ሓቀኛ
ጽሊት ጸሓፈን (዗ጽኣት 34፡28)። ኣብ ጾም ከይተሕዴር ዜኽሌክሌ ፣ ኣብ ሌቢ ኣማኒ ጾምዩ። እምነትና ኮነ መንፈሳውነትና
዗ሇዎ እግዙኣብሔር ይዚረበካ ፣ ትርኢትካ ጎዯና እግዙኣብሔር ዜኸፍት መጋበሪ ጽዴቂ ነሓዴሰለ ቅደስ ግዛ ሕጂ እዩ።
ይሌወጥ ፣ መሊእኽቲ መጺኦም የገሌግለኻ። እዩ ይብሌዎ። ጾም ሩሕ ናይ ጸልት እዩ ፡ ንእግዙኣብሔር እወ ኢሌና እንተኪኢሌና
እዙ ኣብ ቅ. መጽሓፍ ተመዜጊቡ ንረኽቦ። እቲ ዜጽሉ ከኣ ይጸውም። ዜጸውም ከኣ ንሓውናን ሓፍትናን እወ ክንብሌ ኢና። ነዙ
ሓይሉ ጾም ካብ ሓጢኣት ክንሃዴም ሌብና ክምሕር ኣይጽግሞን። ጾም ንዴሊይ ክንገብር ጾም ኣብ እግሪ ኣምሊኽ ከም
ከይነትርር ፣ መንፈሳውነት ከነዕዜዜ እግዙኣብሔር ከምንቕሌብ መዴሃኒት ንፍስ ንምብርከኽ የኽእሇና።
ዜሕግ዗ና እዩ። ኣብ ታርኽ ዴሕነትና ሥጋን እዩ። ጾም ንዒይ ይጥዒመኒ ንዜብሌ ጾም ናብ ሕሉና የእትወና ፣ ሌብና ኣርኒብና
ክንጸውም ከምዜግበኣና ቃሌ እግዙኣብሔር መንፈስ መቓብሩ ኮይኑ ፣ ሌቢ ፍቕሪ ፣ ኩሇንተናና ጠርኒፍና ፣ ሌባትና ናብቲ
ይምዕዯና። እግዙኣብሔር ኣምሊኽ ካብ ፍረ ዜኸፍት ንእግዙኣብሔር ኣምሊኽካ ብምለእ ዗ፍቅረና ጎይታ መሉስና መጠን ወፈያ
እቲ ኣብ ገነት ዗ል ኦም ኩለ ብሊዕ ፡ ካብ ሌብኻ ብምለእ ነፍስኻን ፣ ብኹለ ርእስና ናብኡ ኣቕሪብና ክንነጽሕን
ፍረ እታ ጽቡቕን ክፉእን እተፍሌጥ ኦም ግና ኣእምሮኻን ኣፍቅሮ ንዜብሌ ትእዚዜ ኣብ ክንሌወጥን የኽእሇና። ነቲ እነፍቅሮ
ካብኣ ዜበሊዕካሊ መዒሌቲ ብርግጽ ግብሪ ከተውዕል ዜሕግዜ እዩ። ነፍስን ኣምሊኽና ሃሰስ ክንብል ይመርሓና። ጾም
ክትመውት ኢኻ እሞ ካብኣ ኣይትብሊዕ ሥጋን ተወሃሂዯን ናብ ኣምሊኽ ምስ ጎ.ኢ.ክ ብጾልት ክንነቅሕ ይሕግ዗ና።
(዗ፍ 2:16-17) ። ቅ. ባስሌዮስ ነዙ ከምዜጥመታ ይገብር። ጾም ንኽትጽሉ እቲ ኣሌቦ ዜይስኣኖ ሌዐሌ ኣምሊኽና ናብ
ክትርጉም ከል ጾም ኣብ ገነት ተኣዙዘ እቲ ዜዯፋፍኣካ ፣ ምሕረት ንኽትሓፍስ ዗ኽእሌ ብርሃነ ትንሣኤኡ ብዯሓነ ሰሊም አብጽሓና።
መጀመርያ ትእዚዜ ከኣ ንኣዲም እዩ ተዋሂቡ፣ ሓይሉ ዗ሇዎ እዩ። ቃሌ እግዙኣብሔር ትንሣኤከ ሇእሇ ኣመነ ፣ ብርሃነከ ፈኑ ዱቤነ
እቲ ኣይትብሊዕ ማሇት ከኣኒ ተኸሌከሌ ክትሰምዕ ፣ ብቃለ ክትምገብ ፣ ዜንባላኻ ቡሩኽ ትንሣኤ ይግበረሌና።
ማሇትዩ። ኣብ ዴሊይ እግዙኣብሔር ከተጥሕል
ሓጢኣትን ሳዕቤናቱን ዜኸብዯና ፡ ጾም ጽምኣት እግዙኣብሔር የሕዴረሌካ። ጾም
መሳርሕን መጋበርን ብምዃን ምስ ኣብ ውሽጥኻ ኣቲኻ ሕሌናኻ
እግዙኣብሔር ኣምሊኽና የተኣሳስረና። ከምተነቓቕሕን ትፍትሽን ፣ ንሓውኻ
ክትጥምት ብውሌቂ ይኹን ብማሕበር ዯረጃ
መጽሓፍ እዜራ 8:21 “ኣነ ዴማ ኣብ መንፈሳዊ ኣርማ ከም ትውንን ይገብረካ።
ቅዴሚ እግዙኣብሔር ኣምሊኽና ርእስና ኣብ ኩለ ንገብሮ ምንቅስቓሳት ካብ መግቢ
ከነትሕት ፣ ንኣናን ሕጻናትናን፣ ንኩለ ፣ዴቃስ ፣ጸወታ፣ ዗ረባ ክንምጥን ኣብ
ጥሪትናን ኣብ ጉዕዝና ምእንቲ ክሕሌወና
ትንሳኤ ከነዴህብ ይሕግ዗ና። ር.ሉ.ጳ
ክንሌምን ኢሇ ኣብ ሩባ ኣሃዋ ጾም ኣወጅኩ”
ዮሓንስ ጳውልስ ዲግማዊ “ጾም
ጾም እምበኣር መዒት እግዙ/ሔር ዗ቑርር ብኹሇንትናኻ ናብ እግዙኣብሔር
እዩ። ብሃላ-ኩለ ኣምሊኽና ጸልቶም ከምትውፈ ይገብረካ” ይብለ። ጾም ኣርበዒ ኣባ መሓሪ ሃብታይ
ሰሚዕዎም ሓሇዋኡ ኣረጋጊጽልም። ኩለ ፍለይ ሓሊፍነት ዗ሌብስ ኣብ ምስጢረ ዕርቂ ቆሞስ ቅደስ ቶማስ
ክጸውም ዴማ ኣወጁ ፣ ከም ዜተጣዕሱ

ትንሣኤከ ለእለ ኣመነ ፣ ብርሃነከ ፈኑ ዲቤነ Pagina 2


መቓልሕ ቅዱስ ቶማስ 2010

መእተዊ ከኒሻን ሓዯስቲ ጉጅሇታት ክርስትናን ርክብ ምስ ካሌኦት ክርስትያን


ከኒሻ ክንብሌ ከልና ነቶም ብመሪሕነት 1) ከኒሻ = ክርስቶስ ዜዯሌዮ “ሓዴነት
ንሃይማኖትካ ምክሌኻሌ ማርቲን ለተር ብ1517 ዒ.ም.ፈ. ካብ ቤተ ክርስትያን” ኪህለ ከም዗ሇዎ ስሇዙኣምኑ
ክርስትያን ሮማ ዜተፈሌጨለ ክርስትያን
“መንፈስ ሓዴነት ክርስትያን” ይኣምኑ።
“ንሃይማኖትካ ምክሌኻሌ” ዜብሌ ቃሌ ኢና ነስምዕ። ንሳቶም ዴማ ለተራውያን፡
ክርስቶስ ኣብ ዜዯሌዮ ሓዴነት ክርስትያን
ዙሰምዕ ዗በሇ፡ ነቲ ቀዯም ዜሓሇፈ ዗መነ ወንጌሊውያን ፡ ፕረስቢተራውያን ፡
መታን ኪብጻሕ ተልጊያውናንን መራሕቲ
ሃይማኖታዊ ቃሌስን ውግእን ምፍሳስ ዯምን ካሌቪኒስት፡ ባትፕቲስት፡ መቶዱስት
ኣብያተ ክርስትያንን ኪዜትዩ ከምዙግበኦም
ወይ ዴማ ዗መን (Inquisition)ቅደስ እዮም። ሓዯሽቲ ጉጅሇታት ወይ ሓዯስቲ
ይኣምኑ።
መርመራ ስሇ዗዗ክሮ፡ ነዙ ሓሳብዙ ኪነጽጎ ሃይማኖታት ክርስትና ክንብሌ ከልና ግን
2) ሓዯስቲ ሃይማኖታት = ክርስትያን ዗በለ
ይኽእሌ። “ንሃይማኖትካ ተኸሊኸሌ” ነቶም ኣብ መበሌ 20 ዗መን ካብ
ናብ ሃይማኖቶም ኪስሕቡ ጥራይ ይዯሌዩ።
ክንብሌ ከልና ኣብዙ ግን ነዙ ተግባራትዙ ቤተክርስትያን ከኒሻ ኪፈናጨለ ዙጀመሩ
በ዗ይካ ገሉኦም ፍለይ ተሌእኾ ዗ሇዎም
ኣይኮንናን ከነመሌክት እንዴሉ። እንታይዴኣ ሃይማኖታት ክርስትና ኢና ነስምዕ። እ዗ን
ኣባሊቶም፡ ካሌእ ኵለ ኣባሌ ኣብዙ ናይ
ንህሌው ኵነታትና ኢና ከነመሌክት እንዯሉ። ጉጅሇታት እዙኣተን ንካቶሉኽ ኮነ ንከኒሻ
ምስባኽ ወይ ምስዲዕ ካሌኦት ክርስትያን
ገሉኦም ሰባት ገዚ ገዚ እናዝሩ፡ በብግልም ኣብ መናፍቕነት (2ተሳ. 2,3) ዙወዯቓ ኪሳተፍ ኣሇዎ።
ንሃይማኖትና ፡ ኬጥቅዐ ዙፈታትኑ ሃይማኖታት ቢልም ይዅንነወን። ኣባሊት ጉጅሇኦም ጥራይ ንምስሳን ሕዜባዊ
እንተኾይኖም፡ ንሕና ክንከሊኸሌ ፡ ዜኾነ ቃሌሲ የካይደ። ኣብ ዗ተ መራሕቲ
ሃይማኖትና ክንሕለ ገሇ ክንገብር ከም዗ልና ኣብ መንጏ ከኒሻን ሓዯስቲ ኮነ ተልጊያውያን ፈጺሞም ኣይኣምኑን።
ፍለጥ እዩ፡ ግቡእና ዴማ እዩ። ቅዴም ሃይማኖታትን ዗ል ፍሌሌይ ሰቢኽካ ሰባት ናብ ጉጅሇኻ ምጽንባር ቀንዱ
ንሃይማኖትና ምክሌኻሌከም዗ዴሇየ ፡ ልሚ ተሌእኾ ኵልምን ነፍስወከፎም ከምዜኾነ
ብዜበሇጸ ክንከሊኸሌን ክንሕሌዋን ብዚዕባ ቤተ ክርስትያን ይኣምኑ።
ይግበኣና።
ብካሌኣይ ጉባኤ ቫቲካን ኣዜዩ ዜዋዕወዏ
1) ከኒሻ = ኵልም እቶም ንክርስቶስ ኣኽብሮት ሰብን ሰብኣዊ ክብርን
“መንፈስ ሓዴነት ክርስትያን” ፡ ሃይማኖትና
ካብ ምዕቃብን ምሕሊውን ምስባኽን ዙኣምኑን ፍቓደ ዙፍጽሙን፡ ቤተ 1) ከኒሻ = ኵለ ሰብ ነናቱ ሓቅነት ኪህሌዎ
዗዗ንገዒና ይመስሌ። እዙ ምእንቲ ፍቕሪ ክርስትያን ክርስቶስ የቑሙ። እዙኣ ዴማ ከምዜኽእሌ ስሇዙኣምኑ ንሰብ የኽብሩ።
ኣኅዋትና ክርስትያን ቢሌና ዗ዜሓሌናዮ መንፈሳዊት ቤተ ክርስትያን ዴኣ እምበር ሰብእዊ ክብርን መሰሊትን ኪሕል
ስብከትን ምክሌኻሌን ካቶሉኽ ሃይማኖትና እዙኣ ወይ እቲኣ እትርአ ቤተ ክርስትያን ኢና ይጉስጉሱ። ኣብ ታሪኽ፡ ባህሉ፡ ቅደስ
፡ ነቶም ሓዯሽቲ ጉጅሇታት ክርስትና ክንብሌ ኣይንኽእሌን። መጽሓፍ ን዗ል ሓቂ የኽብሩ።
ተባሂልም ዜፍሇጡ ኣኽረርቲ ክርስትያን 2) ሓዯስቲ ሃይማኖታት = ኵሇን እተን 2) ሓዯስቲ ሃይማኖታት = ንኣኦም
ዜኾኑ፡ መሰኻኽር ጀሆቫ ፡ ጰንጠ፡ መንፈስ ናቶም ዗ይኮና ኣብያተ ክርስትያናት “ኣብያተ ዙግዴሶም እታ ኣብኦም ጥራይ እትርከብ
፡ ሞርሞናውያን ፡ ኣዴቨንቲስ ዗ሻዯኖም ክርስትያናት ሰይጣን” ቢልን ይጽውዕወን። ሓቂ ስሇዜኾነት፡ ኬእምኑኻ ጥራይ እዮም
ይመስሌ። እቶም ውሑዴ ትምህርቲ ናይ ነፍስወከፎም ቤተ ክርስትያን ጥራይ እያ ዙዯሌዩ። ዗ል መጋበሪ ተጠቒሞም ሰዒብቲ
ሃይማኖት ዗ሇዎም ካቶሉካውያን ኣብ ሓቀኛ ቤተ ክርስትያን ቢልም ይኣምኑ። ጥራይ እዮም ዜዯሌዩ። እታ ኣብኦም ጥራይ
ጥርጠራ ስሇዜወዯቑ፡ በዙኣቶም ተሸኒፎም እ዗ን ዜተፈሊሇያ ኣብያተ ክርስትያናቶም እትርከብ ሓቂ ኬስፋሕፍሑ ቢልም ዜኾነ
ናብኦም ዗ንበለ። ጓሶቶም ዜነበሩ ቆሞሳትን ዴማ ነናተን ምኽኒያታት ፡ ዜተፈሊሊየ ግሊዊ ዒይነት መሳርሒ ኪጥቀሙ ይኽእለ። ሓቅን
ካህናትን ነቶም ብ዗ስዴዕ ቃሊትን ወይ ግሌጸት ፡ ተኣምራትን ዒወታትን ክብሪ ወዱሰብን ኣይግዴሶሙን እዩ። ሰብ
ብፍርሒ ሃይማኖቶም ዜቐየሩ መእመናኖም ኣሇወን ይብለ። ንኬእምኑ ቁጠባዊ ኮነ ሥነኣእምሮእዊ፡
ስሇ዗ይተረዴእዎም ናብ “በዒሌ መንፈሳዊ ኮነ ሥጋዊ ጸቕጢ ይጥቀሙ።
ኣኽረርቲ ኣብ ርእሲ ምዃኖም ሰብ ክሳብ
ዒስቢ”ተቐይሮም፡ “እቲ ጓሳ ዗ይኮነ በዒሌ ብዚዕባ ቅዴስና ምህዋኽውን ይበጽሑ።
ዒስቢ ግና፡ እተን ኣባጊዕ ዗ይጥሪቱ ስሇዜኾና
ተዅሊ ኪመጽእ እንተረኣየ፡ ነተን ኣባጊዕ
ሓዱግወን ይሃዴም”(ዮሓ. 10,12)።
1) ከኒሻ = ኣብ ኵሇን ኣብያተ ክርስትያናት ዒሇምን ምዴራዊ ሕይወትን
ቅደሳንን ኃጢኣተኛታትን ኣሇዉ።
ልሚ ሃይማኖትና ንምክሌኻሌ ሓዴሽ ስሌቲ
2) ሓዯስቲ ሃይማኖታት = ካሌኦት ኣብያተ
“ኣሰባብኻን ምክሌኻሌን” ኬነጥሪ 1) ከኒሻ = ዒሇምን ምዴራዊ ሕይወትን
ክርስትያናት ብኃጢኣተኛታት ዙቖማ ኪኾና
ይግበኣና። እ዗ን ዜ዗ር዗ርናየን ሓዯስቲ የኽብሩ። ሰብ፡ መንግሥቲ ኣምሊኽ ኬቑምን
ከሇዋ። እተን ዜተፈሊሇያ
ሃይማኖታት ነቲ ገርህን ዗ይተማህረን ንገዚእ ርእሱ ኬዕብን ዒሇምን
ነናቶም ጥራይ እየን ብቅደሳንን ጻዴቃንን
ምእመን የዯናግራ ስሇ዗ሇዋ፡ ሃይማኖትና ምዴራዊ ነገራትን ከም዗ዴሌዮ ይኣምኑ።
ዙቆማ ይብለ። ስሇዙውን ሕማቕ ኣብነት
ኬነጽንዕ ኣልና። 2) ሓዯስቲ ሃይማኖታት = ዒሇምን ምዴራዊ
ዜህብ ዗በሇ ካብ ኣብያተ
ክርስትያኖም ይሰጉ፡ ከመይ ኃጢኣተኛ ሕይወትን ኣንጻር ኣምሊኽ ስሇዜኾነ ኪነዒቕ
ስሇዜኾነ፡ ቅደሳንን ጻዴቃንን ጥራይ ካብ ዗ሇዎ ክብርታት እዩ ይብለ። ንዒሇማውን
ትሓቁፍ ቤተ ክርስትያኖም ሥጋውን ነግራት ይንዕቁ፡ ንመንፈሳዊ
ኪወጽእ ኣሇዎ። ክብርታት ጥራይ ይቕበለ።

ትንሣኤከ ለእለ ኣመነ ፣ ብርሃነከ ፈኑ ዲቤነ Pagina 3


መቓልሕ ቅዱስ ቶማስ 2010

ንመጻኢ እንታይ እንተተግብረ ሓዯስቲ ኣኽረርቲ ጉጅሇታት ክርስትያን ዴኣ ቅደስ መጽሓፍ ነንብብ፡ ነጽንዕ፤ ነኅዋት
እምበር ምስ ከኒሻ ወይ ምስ ተዋህድ ዜኾኑ ንሕግዜ፡ ካብ ካሌኦት ኣሕዚብ ዜተፈሇና
ይሓይሽ? ክርስትያን ኣይኮነን። ሥነ ሥርዒት ኢና። ንብዘኃት ኣኅዋትና ኣምሊኽ
ብዜመሌኦ ኣገባብ ንሃይማኖትና ክንከሊኸሌ ይግሇጸልም እዩ። ኣብ ጸልተ ኣምሌኾ ዲርጋ
1) ከኒሻ = ክርስትያን ዗በሇ ንሓዴነት ኣልና። ካብ ቅደስ መጽሓፍን ትውፊትን ኵሊቶም ኣመንቲ ንኢየሱስ ብኣካሌ
ኪቃሇስ ኣሇዎ። ማኅበራዊ ፍትሒ ነጊሡ ተበጊስና መርትዖታት እምነትና ክንቅርብ ይርእይዎ። መንፈስ ቅደስ ስሇዙወርዯና፡
ሕዜቢ ዒሇም ብሰሊም ኪነብር ይግባእ። ኣልና። ነዝም ኣኽረርቲ ጉጅሇታት እምነትና መንፈስ ቅደስ ኣባና ስሇዙዒዜዜ ሃሇዋትና
ኣብዙ ንምብጻሕ ዴማ ምጽውዋርን ከነረዴኦም ኣልና። ንኅብረት ክርስትያን ነጥፍእ...” እናበለ ናይቶም ገርሀኛታት
ምክብባርን ሰባት የዴሉ። ተፈጥሮ ዴማ ኢሌና ክርክር ዗ይኮነስ ዗ተ እነካይዴ ክርስትያን እምነት ይፈታትኑ።
ኪዕቀብ ኣሇዎ ይብለ። “መንፈስ ኅብረት ክርስትያን” ምስ ዗ሇዎም መሰኻኽር ጀሆቫ፡ መንፈስን ጰንጠን
2) ሓዯስቲ ሃይማኖታት = መወዲእታ ክርስትያን ጥራይ ኢና ክንዚተ ዜግበኣና ። ተባሂልም ዙፍሇጡ ጉጅሇታት ንሕዜቢ
ዒሇም ስሇዙቐረበ፡ ወንጌሌ ጥራይ እዩ ይህውኹ። ብዜተኻእሇ መጠን ዴማ
ኪስበኽ ዗ሇዎ። ታሪክ ሕዜቢ ዒሇም ናብ ሕግታት ዗ተ ኣባሊቶም ኬሰስኑ ይፍትኑ።
ምኽታም ይቀራረብ ስሇ዗ል፡ ብዜተኻእሇ ኣብዙ ግን ንገዚእ ርእስና ክንሓትት ዗ልና
መጠን ቁጽሪ ኣመንቲ ምብዚኅ ጥራይ እዩ ሕቶ ኢዙ ዜስዕብ እዩ፡ “ክርስቶስ ሓንቲድ
዗ዴሉ። ናይ መወዲእታ ዒሇም ህንጡይነት ነቲ ቁሩብ ትምህርተ ክርስቶስ ዗ሇዎ ወይስ ብዘኃት ኣብያተ ክርስትያናት
ጥራይ ስሇ዗ጥቅዖም፡ መዯብ መጻኢ ክርስትያን ዙገበርካ ገርካ ኣዯናጊርካ
ናብ ጉጅሇኻ ከምዙጽምበር ምግባር ቀንዱ መሥሪቱ? እዚ ብክርስቶስ ዙተመሥረተት
ኣይገብሩን።
ተግባር እ዗ን ሓዯስቲ ሃይማኖታት እዩ። እዙ ቤተ ክርስትያን ን዗ሇዒሇም ዱያ ትነብር
ንምግባር ዙጥቀሙ ሜሊ ከምዙ ዜስዕብ ወይስ ቀሌጢፋ እያ ትጠፍእ? ብዚዕባዙ
ኅብረት ክርስትያንን ምክሌኻሌ እዩ። ንሶም ጥራይ ኪዚረቡ ይዯሌዩ። ገሉዐ ቅደስ መጽሓፍ እንታይ ይብሌ? እታ
ሃይማኖትን ሻዕ ዒው ቢልም ይዚረቡ። መታን ኬዯናግሩ ብክርስቶስ ዙተምሥረተት ሓንቲ ቅዴስቲ
ካብ ሓዯ ኣርእስቲ ናብ ካሌእ ኣርእስቲ ቤተ ክርስትያን ኣየነይቲ እያ?” “ኣብዚ
ከምዜተዒ዗ብናዮ ኣብ መንጏ ከኒሻን ቀሌጢፎም ይሳገሩ። መብዚኅትኡ ጊዛ ጌጋ ሓንትን ቅዴስትን፡ ብክርስቶስ
ሓዯስቲ ጉጅሇታትን ዒብይ ፍሌሌይ ኣል። ካሌኦት ዴማ ኣምበር መንፍዒቶም ኪገሌጹ ዜተመሥረተት ቤተ ክርስትያን እየ ኣነ
ከኒሻ ተባሂልም ዙፍሇጡ ክርስትያን ንናይ ኣይክእለን ። ተቢዕካ ምስእትከራኸሮም ፡ ክኣምን ዜዯሉ። ክርስትያን ዗በለ ሽጋራ
ካቶሉኽ እምነት ዒብይ ኣኽብሮት ኣሇዎም። ምኽንያት ብምፍጣር ይሃዴሙ ዴኣ እምበር ዗ትክኹን ዗የትክኹን፡ ዙሰኽሩን
ኣብ መንጏ ክርስትያን ን዗ል ፍሌሌይ ኣየትክለን እዮም። እዙ መዯናገሪ ዜኾነ ዗ይሰኽሩን፡ ዜዜምሩን ዜጭዴሩን ብሓቂ
ይቃወሙ ከመይ ኣብ ቅዴሚ ካሌኦት ተንኮሊቶም ምእንቲ ክትብዴህ፡ ናይ ብሓቂ ዗ገዴስ ኣይኮነን። ከመይ ክርስቶስ
ኣሕዚብ እዙ ዒብይ ዕንቅፋት ከምዜኾነ ዗ተ ምእንቲ ክትተክሌ እዙ ዙስዕብ ጭቡጥ ብሓዋርያቱ፡ “ሰብ ናብ ዜዯሇዮ ቤተ
ይኣምንለ። ክርስትያን ንሓዴሕድም ዜኾነ መምርሕታት ወይ ሕግታት ተኸተሌ። ክርስትያን መታን ኪኣምን፡ ናብ መሊእ
ስሇ዗ይሰማምዐ ንኣረማውያን ኣብ ዙገብርዎ 1) ዗ረባ ሓዯ ብሓዯ ይኹን ዒሇም ኪደሞ ብዘኃት ኣብያተ ክርስትያናት
ስብከቶም ኣየዴምዐን እዮም ይብለ። እዙ 2) ኣከታትሊ ኣርእስቲ ይሰራዕ መሥርቱ” ኣይበልምን። ክርስቶስ ሓንቲ
ስሇዜኾነ ስምዑቶም ዴሮ ቅዴሚ 100 3) ዉሱን ጊዛ ይመዯብ ቤተ ክርስትያን ጥራይ እዩ መሥሪቱ።
ዒመት ኅብረት ክርስትያን ሕጹጽ ጉዲይ 4) ዗ተ፡ ኵለ ሰብ ኣብ ዙከታተል ኣብ ቃሌዕ ተኸታሉ ክርስቶስ ክትከውን እንተዯሉኻ
ከምዜኾነ ስሇዜተረዴኦም ናይ ኅብረተ- ይኹን። ዴርብ ዕሊማ ብዚዕባ እዝም ሓዯስቲ ዴማ ኣብታ ንሱ ዙመሥረታ፡ ን዗ሇዒሇም
ክርስትያን ምንቅስቓሳት ጀሚሮም ነበሩ። ሃይማኖታት ምፍሊጥ እንታይ ጥቕሚ ትነብር ቤተ ክርስትያን ክትኣምን ኣልካ።
ካቶሉካዊት ቤተ ክርስትያን ዴሕሪ ካሌኣይ ኣሇዎ? ንዜብሌ ሕቶ ዴርብ ረብሓ ከም዗ሇዎ
ጉባኤ ቫቲካን (1962-1966) ጥራይ እያ ንሕብር፤ 1) ክርስቶስ ክንዯይ ቤተ ክርስትያን እዩ
ናብዙ ምንቅስቓስ ክትጽምበር ዜኸኣሇት። 1) እምነት ንምጽናዕ ይጠቕም። መሥሪቱ?
ካቶሉካዊ መንነትና ከየጥፋእና ምስ ካሌኦት ክርስቶስ ሓንቲ ቤተ ክርስትያን ጥራይ እዩ
ክርስትያን ኣኅዋትና ክንተዒረቕን ክንኃብርን 2) ናይዝም ክርስትያን ኢና በሃሌቲ ጌጋታት
የጋሌጽ። መሥሪቱ፡
ሃይማኖትና ይእዜ዗ና። ሕዜቢ ዒሇም
(ማቴ. 16, 18 ኣንብብ)።
ብሓዴሕዲዊ ምትሕሌሊይ ናይ “ፍቕሪ
ስሌጣነ” ኬማዕብሌ ከም዗ሇዎ፤ ከምኡውን 1ይ ምዕራፍ
ክርስቶስ ናብ ዜዯሇዮ ሓዴነት ከነምርሕ 2) ብክርስቶስ ዙተመሥረተት ቤተ
ከም዗ልና ካቶሉካዊት ቤተ ክርስትያን ክርስትያን ክሳብ ክንዯይ ክትጸንሕ እያ?
ትኣምነለ እያ። ናብዙ ቅደስ ዜኾነ ዕሊማ
ክርስቶስ ዙመሥረታ ቤተ ብክርስቶስ ዙተመሥረተት ቤተ ክርስትያን
ንምብጻሕ ዙግበር ዗ል ናይ ልሚ ስጉምቲ ክርስትያን ሓንቲ እያ ን዗ሇዒሇም ክሳብ መወዲእታ ዒሇም እያ
ብሓቂ ዗ተባብዕ እዩ። ትነብር፡
ኣባሊት ሓዯስቲ ሃይማኖታት ግን ኣብዙ “ምሳና ዗ይትጽንበር? ንሕና ኣይንሰክርን፡ (ማቴ. 16,18፡ ማቴ. 28,20 ኣንብብ)።
ጉዲይዙ የሇዉን። ንኣኦም ዛገዴሶም ዕዉርን ሽጋራ ኣይነትክኽን፡ ብሓሶት
ኣኽራርን ዜኾነ ስብከትን ምብዚኅ ኣባሊትን ኣይንምስክርን፡ ስም ኣምሊኽ ብከንቱ
ጥራይ እዩ። ስሇዙ መእሰያት ካቶሉካውያን ኣይንጽውዕን፡ ስም ኣምሊኽ ኣይንጸርፍን....
ኪነቅሑ፡ ኪከሊኸለ ዗ሇዎም ምስዝም

ትንሣኤከ ለእለ ኣመነ ፣ ብርሃነከ ፈኑ ዲቤነ Pagina 4


መቓልሕ ቅዱስ ቶማስ 2010

3) ክርስቶስ ኣብ መንጏ ተኸተሌቱ 8) ከመይ ቢልም ኢዮም ብዘኃት (ለቃ. 18, 9-14 ኣንብብ)
ምፍሌሊይ ዴዩ ወይስ ሓዴነት ኪህለ ካቶሉካውያን ዜነበሩ ናብዝም ሓዯስቲ
ዜፈቱ? ክርስቶስ ኣብ ሓዋርያቱን ሃይማኖታት ዙኣትዉ? ስሇምታይ እዮም 14) ልሚ ንፈሪሳውያን ንመን
ተኸተሌቶምን ሓዴነት ኪሰፍን እዩ ዙፈቱን ብቀሉለ ዙኣምኑ? ከነመሳስልም ንኽእሌ? ናይ ልሚ
ዙጽሌን’ መብዚኅትኦም ካቶሉካውያን ናብዝም ፈሪሳውያን መን እዮም?
(ዮሓ. 17, 21 ኣንብብ) ሓዯስቲ ጉጅሇታት ዙውሕዘ ኣጸቢቖም ልሚ ፈሪሳውያን እዮም ቢሌና እንግምቶም
ከይፈሇጥዎም፡ ብመዜሙሮምን ጽቡቕ
እዝም ንርእሳቶም ቅደሳን (ጻዴቃን)
ኣቀባብሇኦምን ስሇዜሰሓቡ እዮም። ናይ
4) ኣብ ሓዋርያትን ፡ ተኸተሌቶምን ኣብ ዙቆጽሩ፡ ንኻሌኦት ግን ከም ኃጢኣተኛታት
ሃይማኖቶም ጽኑዕ ትምህርቲ
ዜኾኑ ክርስትያን መዒስ እዩ ኣፈሊሊይ ዙግምቱ እዝም ሓዯስቲ ጉጅሇታት
ስሇዙጏዴልም እዩ።
ዜተፈጥረ? መዒስ ኢዮም ክርስትያን ክርስትያን ወይ ሓዯስቲ ሃይማኖታት
ኪፈሊሊዩ ዙጀመሩ? ዙከታተለ ኣመንቲ እዮም።
9) ኣብታ ብክርስቶስ ዜተመሥረተት
ኣብ መንጏ እቶም ብሓዋርያት ዙምርሑ
ዜነበሩ ክርስትያን ፍሌሌይ ዜተጀመረ ኣብ (ዙተሓንጸት) ሓንቲ ቅዴስቲ ቤተ ክርስትያን 15) ጏይታና ኢየሱስ ክርስቶስ ምስ
ምጅማር ታሪኽ ክርስትና እዩ። ቅደሳት ሰባት ጥራይ ዴዮም ዗ሇዉ ወይ
ፈሪሳውያን ከመይ ይካየዴ ነበረ? እንታይከ
ኃጢኣተኛታትውን ይርከብዋ እዮም?
(1ቆሮ. 1, 12-13 ኣንብብ) በልም?
ብዚዕባ እዙ ኣርእስቲዙ ቅደስ መጽሓፍ
ክርስቶስ ምስ ፈሪሳውያን ንሕስያ
እንታይ ይብሌ?
5) ጠንቂ ምፍሌሊይ ክርስትያን እንታይ ኣይነበሮን። ኣትሪሩ ተቓወሞምን ገሰጾምን።
ቅደስ መጽሓፍ ከም዗ረጋግጸሌና፡ ክርስቶስ
እዩ? ልሚውን እንተኾነ ምስዝም ናይ ልሚ
ኣብ ዙመሥረታ ቤተ ክርስትያን
ጠንቂ ኵለ ፍሌሌያት ክርስትያን ኃጢኣት ፈሪሳውያን ዜኾኑ ተኸታተሌቲ ሓዯስቲ
ኃጢኣተኛታትን ቅደሳንን ዜኾኑ ኣባሊት
እዩ። ሃይማኖታት ከምኡ ምገበረ።
ኣሇዉ።
(1ጢሞ. 6,10 ኣንብብ) (ማቴ. 23, 25-28 ኣንብብ)
(ማቴ. 13, 24-30 ኣንብብ)

6) ካብታ ብክርስቶስ ዜተሓንጸት ቤተ 16) ምፍሌሊይ ኣመንቲ ክርስቶስ ከምዙ


10) ኣብዚ ዜተጠቕሰት ምስሊ ክርዲዴን
ክርስትያን ተፈሌዮም ምስ ዙርከቡ ኣኅዋት ስርናይን፡ መዒስ እዮም ጻዴቃንን ቢለ ኪቕጽሌ ዴዩ ወይስ ኬኽትም እዩ?
እንታይ እንተተገብረ ይሓይሽ? ምፍሌሊይ ክርስትያን ን዗ሇዒሇም
(ቅደሳንን) ኃጢኣተኛታትን ዙፈሊሇዩ?
ዜኣክሌ ትምህርተ ሃይማኖትን ትምህርቲ ኣይኪቕጽሌን እዩ። ሓዯ መዒሌትስ ኵልም
ምስሊ ክርዲዴን ስርናይን ከም዗መሌክተሌና
ቅደስ መጽሓፍን ዗ሇዎ ሰብ፡ ካብ ጌጋታቶም ሕዜበ ክርስትያን ኣብ ሓዯ መጓሰን ሓዯ
ኣብ ጊዛ ዒጺዴ ማሇት ኣብ መወዲእታ
መታን ኬዴኅኖም ምስኦም እንተተዚተየ ጓሳን ክጥረነፉ እዮም።
ዒሇም እዩ ምፍሌሊይ ጻዴቃንን
ይሓይሽ። ትምህርትን እኩሌ ኣፍሌጦ ቅደስ ኃጢኣተኛታትን ዙፍጸም። ስሇዙ ኣብዙ (ዮሓ. 10, 14-16 ኣንብብ)
መጽሓፍ ዗ይብለ ሰብ ግን ካብኦም ዒሇም ኵልም ተሓዋዊሶም እዮም ዜነብሩ።
እንተረሓቐ ይሓይሽ ፤ ከመይ ብቀሉለ 17) ዜተፈጥራ ቀሌጢፈንውን ዙጠፍኣ
ኬዯናግርዎን ኬስዴዕዎን ይኽእለ እዮም። ሓዯስቲ ጉጅሇታት ሃይማኖታት ኣሇዋድ?
(ማቴ. 13, 41-43 ኣንብብ)
(1ጢሞ. 4,1-2,7 ኣንብብ) እወ ኣሌዋ። ኣብ ቀዲማይ ክፍሇ዗መን
(2ጢሞ. 2, 6-7 ኣንብብ) ክርስትና ዜነበራ ሓዯስቲ ጉጅሇታት
11) ሰብ ብ዗ይ ኃጢኣት ኪነብር
(2ጢሞ. 2, 16-17 ኣንብብ) መናፍቓን ዴሮ ጠፊኦም ኣሇዉ። እዝም
ይኽእሌ’ድ? ልሚ ሰብ ዜህውኹ ዗ሇዎ ጉጅሇታት
(2ጢሞ. 3, 6-7 ኣንብብ) ኃጢኣት ዗ይፍጽም ሰብ ከም዗የል ቅደስ ሓዴስቲ እዮም። ካብ ሚእቲ ክሳብ ሠሇስተ
(ቲቶስ 3, 10-11 ኣንብብ) መጽሓፍ የረጋግጸሌና። ሚእቲ ዒመት ዕዴመ ዗ሇዎም ጥራይ
(1ዮሓ. 1, 8-10) እዮም። ስሇዙ ከምቲ ኣብ ጥንቲ ጉጅሇታት
7) ናይዝም ሓዯስቲ ጉጅሇታት መጽሔታት መናፍቓን ተፈጢሮም ቀሌጢፎም
ምንባብ፡ ወይ ረዴዮ ምክትታሌ፡ ወይ ዴማ 12) መን ንመን ኪፈርዴ ይኽእሌ? ፍርዱ ዙጠፍኡ፡ ከምኡውን እዝም ጉጅሇታት
መዚሙሮም ምስማዕ የዴሉድ? ምሃብ ይከኣሌ ዴዩ? እዙኣቶም ኪጠፍኡ እዮም፤ ከመይ ናይ
ዜኣክሌ ምቅርራብን ትምህርትን ዗ይብለ ሰብ ንሰብ ክፈርዴ ኣይኽእሌን። ኣምሊኽ ኵልም መናፍቓንን ጉጅሇታት ናይ
ሰብ ናይዝም ግጅሇታት መጽሔት ይኹን ጥራይ እዩ ኪፈርዴ ዜኽእሌ። መወዲእታ ዕዴሌ ጥፍኣት እዩ። ብርግጽ እታ
ካሌእ ጽሑፋዊ ፕሮፓጋንዲ ካብ ጥንቲ ዜነበረት፡ ንጏይታና ኢየሱስ
(ለቃ. 6, 36 ኣንብብ)
እንተ዗ይተኸታተል ይሓይሽ፡ ከመይ ክርስቶስ ዜተመሥረተት ቤተ ክርስትያን
ብቀሉለ ኪታሇሌን ኪተዒሻሾን ይኽእሌ (ለቃ. 6, 41-42 ኣንብብ) ን዗ዒሇም፡ ክሳብ ካሌኣይ ምጽኣት ክርስቶስ
እዩ። ጽኑዕ ትምህርተ ክርስቶስን ናይ ቅደስ ክትነብር እያ።
መጽሓፍ ትምህርትን ዗ሇዎ ሰብ ግን ኵለ 13) ኣብ ጊዛ ጏይታና ኢየሱስ ክርስቶስ
ጽሑፋቶምን ረዴዮታቶምን መዜሙሮምን መን እዮም እቶም ንርእሳቶም ጻዴቃን ብኣባ ምሕረትኣብ ተስፋሌዯት
እንተተኸታተሇ ጽቡቕ እዩ። እናቖጸሩ ንኻሌኦት ኪፈርደ ዜተተርጎመ
ዜመጣጠሩ ዜነበሩ? ፈሪሳውያን እዮም።

ትንሣኤከ ለእለ ኣመነ ፣ ብርሃነከ ፈኑ ዲቤነ Pagina 5


መቓልሕ ቅዱስ ቶማስ 2010

ንዒመታዊ በዒሇ ክብሪ ንኣዳና ኪዲነ ቀዲመይቲ እግዜእትነ ማርያም እያ


ኣስተዋጽኦ yብረተሰብኣዊ ትምህርቲ
ምሕረት ዜተገጥመት ግጥሚ ዜበጽሐት ናብ ክርስቶስ
ቃሌ ሕይወት ባዕለ እዩ ጎይታና ኢየሱስ ቤተ ክርስትያን
ክርስቶስ።
ውሌቀሰብን ማyበረስብን ምስ ብርሃነ
ኪዲነ ምሕረት ኣዳና ክንገሌጾድ ሞያኺ ወንጌሌ ዗ሇዎም ርክብ ስሇ዗ንጸባርቕ ፡ እዙ
ኣብ ቃና ዗ገሉሊ ቦኹሪ ተኣምራት ወዴኺ ስራሕዙ ማyበራዊ ትምህርቲ ካቶሉካዊት
ምስትውዒሌኪ ጸገም ዯቅኺ ቤተ ክርስትያን ፡ ሓዯ መሳሇጢ ስብከተ
ወይኒ እንበር ወዱኦም በሌኪዮ ዴንን ወንጌሌ ከዜኾነ ይገሌጽ (Centesimus
ኢሌኪ ነወዴኺ Annus)።
ከኣላ ኩለ ከምዜኾነ ስሇዜኣመንኪ። ብትግርኛ ተተርጉዊሙ ብጻዕሪ ኣባ
ኣመኑኤሌ ምስጉን ፡ ብሓሌዮት ብጽዕ ኣቡነ
ጎይታና ኢየሱስ ክርስቶስ ዜይውዲእ ሌግሱ መንግስተኣብ ተስፋማርያም ጳጳስ ኤጳርቃ
ንበዯሌና ብጸጋኡ ዯምሲሱ ኣስመራን ቅዴስቲ መንበር ሮማን ተሓቲሙ
ነዱኡ ኣዳና ክትከውን ኣውሪሱ ኣብ ቁምስና ንመሸጣ ቐሪቡ ከም዗ል
ቅደስ ዮውሃንስ ቦኽሪ ሓውና ጸጋ ሓፊሱ ንሕብር።
ተቐቢለ ዜወሰዲ ንገዜኡ ብፈረሱ።
ምስላ
ኦ ክብርቲ ኪዲነ ምሕረት ኣዳና ተኣዚዙት
ብትሕትና ንእግዙኣብሔር ኣገሌጋሉት ሓሶትን ስንቅን እና ሓዯረ ይፎክስ
ኬዴኪ ዜይትዯኽሚ ጎያይት
ንእተጸገመ ከይተሇመንኪ መርሃዊት ናይ ዗መና ሰብ መሌሓሱ ማንታ
ዒመት ካህናት ፡ ጸልት ምእንቲ ካህናት ፡ ሓንቲ ንሓሶት ሓንቲ ንሕሜታ
ጸልት ምስ ካህናት ኪዲነ ምሕረት እያ አዯ ዜኾንኪ ኣዯ መዴሓኒ ናይ ጸጋታት
ኩሊቶም ክህናት። ዒዲሉት።
“ሚእቲ ዒመት ከምትነብር ምሲሌካ ስራሕ
ካብ ሰማይ ወሪደ ካብ ማርያም እተወሌዯ ጽባሕ ክምትመውት ምሲሌካ ጸሌይ”
ትእዚዜ እግዙኣብሔር ክፍጽም እተገዯዯ ልሚ ኪዲነ ምሕረት እዩ ዒመታዊ በዒሊ
ሇበውኣ ክንሰምዕ ኣእዚንና ንኽፈተሊ ቤጃሚን ፍራንክሉን
ስሇ ፍቕሪ እዩ እተወሌዯ
ኣቦ ካህናት ኢየሱስ እዩ ካብ ኪዲነ ምሕረት ትሌእከና ዗በሇ ክንገብረሊ
ብፍቕሪ ሓዴ ሓዴ ሠሚርና ክንሠርሓሊ “እግዙ/ር ነዕዋፍ መግበን ይሰርዒሇን ፡
እተወሌዯ። ገዜኤን ግን ብዕሇን ይሰርሓ”።
ኣብነት ሕውነት ትሕትና ጥዐማት
ክንኮነሊ። ሆሊንዲውያን
ኣዯ ካህናት ባዕሊ እያ ኪዲነ ምሕረት
ቦኽሪ ወዲ ንጎይታና ኢየሱስ ምስ ወሇዯት
ብወ/ሮ ንግሥቲ በየነ ዜተገጥመ ግጥሚ ኣባሃህላ
ትቕጽሌ ኣሊ ከየቋረጸት
ፈሌፋሉ ፍቕሪ ስሇዜመሌአት ሓበሬታ ናይ ዯቂ ሰባት ሓይሉ ናይ ግዛን
ኣዯ ኩሊትና ባዕሊ እያ ኣዳና ኪዲነ ትዕግስትን ውጻት እዩ።
ምሕረት።
ናይ እምነት ዋና ጸሊኢ ምኽንያት ምብዚሕ
ኦ ኪዲነ ምሕረት ኣዯ መልኮታዊ ፍቕሪ እዩ።
ከምቲ ንወዴኺ ዗ዕበኺዮ ብኽብሪ
ኣብ ስብከቱውን ዗ሰነኺዮ ብፍቕሪ ትዕግስቲ ዯጊኣ መሪር ውሽጣ ግን ምቅርቲ
ምስ ቅደስ ዮሴፍ ዗ዴሓንኪዮ ካብ ተጻራሪ እያ።
ንኣናውን ንሌምነኪ ኣልና ክትሕሌውና
ብሕዴሪ። ዒቢ ፍጻሜ ክትፍጽም ብሓይሉ ዗ይኮነ
ብትዕግስቲ እዩ።
ሓሇቓ ካህናት ባዕለ እዩ ኢየሱስ
ምእንቲ ዴሕነትና ኮይኑ ዯሙክሳብ ዗ፍስስ ኣሰናዳኢ :- Cappellania Comunità
ንሓጢኣትና ዯምሲሱ ፍቕሩ ንኸሌብስ Cattolica di Eritrei ed Etiopi
ብጸጋ ጥምቀት መንፈስ ቅደስ ዗ሌብስ Chiesa S. Tommaso in Parione
ብስብከት ወንጌሌ እምነት ዗ሌብስ። Via Parione, 33 Roma
ስብከተ ወንጌሌ ጎይታና ኢየሱስ ክርስቶስ
ሂወት ዜህብ ንኣማኒ ክርስቶስ
መብራህቲ እዩ ዗ብጽሕ ናብ ክርስቶስ

ትንሣኤከ ለእለ ኣመነ ፣ ብርሃነከ ፈኑ ዲቤነ Pagina 6

You might also like