You are on page 1of 1

ዕለት 08-03-2011

ናብ፤ ኣይተ ተኽለ ገ/ሚካኤል

ኣነ ኣይተ ልዑል ተስፋይ ዝተበሃልኩ ናይ ማረት ሰራሕተኛ ካብ ዘለኒ ናይ ፕሮቪደንት ፈንድ ባላንስ ልቓሕ
ንምውሳድ ናብ ወጋገን ባንክ ብር 34,000.00 ኣታዊ ክገብር ስለ ዘለኒ ብር 34,000.00 ብልቓሕ መልክዕ ካብ
ኣይተ ተኽለ ገ/ሚካኤል ዝተቐልኩ ምዃነይ እናገለፅኩ ዝተገለፀ መጠን ገንዘብ ኣብ ዉሽጢ ክልተ መዓልቲ
ዝምለስ ምዃኑ ቀፂሉ ብዘሎ ፌርማይ የረጋግፅ፡፡

ኣይተ ልዑል ተስፋይ

You might also like