You are on page 1of 26

አብ ክረምታዊ ወፌሪ ዜተዲሇወ ህንፀት መናእሰይ ትግራይ

1/ መእተዊ

2/ ምንቅስቓስ ገስገስትን መዴሐርሐርትን ውዴባት ኣብ ትግራይ

3 ህዜቢ ትግራይን ህወሓትን

4 ፇተናታት ህወሓትን መውፅኢ መንገደን

5 ፖሇቲካ ሃገርና

6 መጠቓሇሉ

1/ መእተዊ

ህዜቢ ትግራይ ቅዴሚ ሃገሩ ስሌጡንን ዗መናዊ መንግስቲ ዜወነነ ህዜቢ ከምዜነበረ፣
ከምኡውን ክሳብ ቀረባ እዋን (ክሳብ እዋን ኣፄ ሚኒሉክውን) ካብ ኢትዮጵያ ትግራይን
ሸዋን እተን ዜሃፌተማ ዜበሃሊ ክፊሊት ሃገርና ከምዜነበራ ናይ ታሪክ መዚግብቲ ይሕብሩ
(ነጋዴረስ ገብረህይወት ባይከዲኝ ስራዎች)፡፡ ይኹንእምበር ብስሱዕ ዗ይዒግብ ሾሃት ገዚእቱ
ብዴሕረትን ዴኽነትን ሰንሰን ክብሌን፣ ኣብ ጫፌ ስሌጣነ ዒሇምና ከም዗ይነበረ ናብ ጫፌ
ዴሕረትን ዴኽነትን ክፅንበር ገይሮምዎ እዮም፡፡ ብፌሊይ ዴማ ካብ ስርዒት ምሌሉኽ
ጀሚሩ እናተባረዩ ዜገዜእዎ ስርዒት ትምክሕቲ፣ ህዜቢ ትግራይ ርእሱ ከየቕንዕ ንምእማኑ
ብ዗ፀግም ኣስካሕካሒ ዜኾነ ወፅዒ ኣብ ሌዕሉኡ ዲዕኒኖም ናይ ስሌጣነ በዒሌዋና ዜነበረ
ህዜቢ ዗ይ ሽሙ እናሃብዎ መፂኦም እዮም፡፡

ህዜቢ ትግራይ ኣብሌዕሉኡ ዜበፅሕ ዜነበረ ወፅዒ ንፃት’ውን እንተኾነ ኣሜን ኢለ ዜተቐበሇ
ህዜቢ ኣይነበረን፡፡ ብዜረኸቦ ኣጋጣሚ ብሓባርን ብተናፀሌን ን዗መናት እናተቓሇሰ ዜመፀ
ህዜቢ እዩ፡፡ ኣብ ዜተፇሊሇዩ እዋናት ብዜተፇሊሇዩ መሌክዒት ዜግሇፁ ተቋውሞን ዒመፃትን
እናገበረ መፂኡ እዩ፡፡ ህዜቢ ትግራይ ተቋውሞ ካብ ዗ሌዒሇልም ተጓንፍታት ሓዯ፣ ምሒር
ወፅዒ ዜቐስቀሶን ናብ ዒዎት በፂሑ ዜነበረን ዒመፅ ህዜቢ ትግራይ “ቀዲማይ ወያነ”
ምጥቃስ ይከኣሌ፡፡ እዙ ምሌዕዒሌ ዲርጋ ንመሊእ ህዜቢ ትግራይ ዗ነቓነቐ ዜነበረ
እንተኾነውን ግን ሰኣን ብቑዕ ውዲበ፣ ኣመራርሓን መስመርን ብቐሉለ ክጭፌሇቕ ኪኢለ
እዩ፡፡

ዴሕሪ እዙ ነይሩ ናይ ሃገርና ሓረስታይ፣ ሙሁር፣ ሸቃሊይን ናይ ከተማ ነባራይን “መሬት


ንሓራሲኡ፣ ዳሞክራሲያዊ መሰሊት ይከበሩ፣ ህዜባዊ መንግስቲ ይመስረት ወ዗ተ” ዜብለ
መሪሕ ጭርሖታት ሒዘ ኣብ ወርሒ ሇካቲት 1966 ዒ.ም ብዜወሇዖ ህዜባዊ ዒመፅ፣
ን዗ውዲዊ ስርዒት ኣብ ምውጋዴ ዕውት እኳ እንተነበረ፣ ኣብ መወዲእታ ሸቶኡ
እንተይበፅሐ ግን ብዯርጊ ብቐሉለ ክጭወ ኪኢለ እዩ፡፡ እዙ ኩነታት ዜፇጠሮ ሕራነን
ምሌዕዒሌን ብርክት ዜበሊ ብሄራዊን ሕብረ-ብሄራዊን ገስሀስቲ ኢና ዜብሊ ውዴባት
ተፇጢረን እየን፡፡ እ዗ን ውዴባት እዙኤን ኣብቲ ሽዐ እዋን ከከም ፅሌዋአን ኣብ ጎነን
ህዜቢ ኣሰሉፇን ቃሌሲ ጀሚረን ዜነበራ እንትኾና፣ ህዜቢ ትግራይውን ኣብ ገሉኤን
ገስገስቲ ኢና ዜብሊ ውዴባት ዯቁ ኣሰሉፈ፣ ነተን ውዴባት ካብ ዯርጊ ተኸሊኺለ፣ እቲ
ቃሌሲ ብፀገም ከይኹሇፌ ቀሉቡን ሓብሒቡን ተኸናኺኑን ዯጊፈ እዩ፡፡

2/ ምንቅስቓስ ገስገስትን መዴሐርሐርትን ውዴባት ኣብ ትግራይ

ኣብ ሃገርና ን዗መናት ናይ ጭቆና መሓውር ዗ርጊሑ ንህዜቢ ዜገዜእ ዜነበረ ፀረ ህዜቢ


዗ውዲዊን ፉውዲሊዊን ናይ ትምክሕቲ ስርዒት ብምቅዋም፣ ህዜባዊ መንግስቲ ይመስረት
መሬት ንሓራሲኡ ዜብሌ ሕቶ ብምሌዒሌ ብናይ ህዜቢ ዒመፅ ምስተነቓነቐ ኢለውን
ንሓንሳእን ንሓዋሩን ምስተሰባበረ፤ ኣብ ኢትዮጵያ መንበረ ስሌጣን ዜተቆፃፀረ ጊዜያዊ
ወታዯራዊ ዯርግ እዩ ነይሩ፡፡ ዯርግ ናብ ስሌጣን እንትመፅእ ጊዜያዊ መንግስቲ ንሓፂር
ጊዛ እዩ ብዜብሌ መዯናገሪን ናይ ሓሶት ቃሌ ሒዘ ብምምፅኡ፤ ኣብዜሓ ህዜቢ ኣብ
ሓፂር እዋን ህዜባዊ መንግስቲ ክምስረት እዩ ኢለ ተስፌዩ ነይሩ፡፡ ግን ከምቲ ህዜቢ
ዜተፀበዮን ዜተስፇዮን ዗ይኮነስ ዯርጊ ኩሇን ናይ ዳሞክራሲ መሰሊት ብምዕፊን ብ዗ይ
ተቐናቓኒ በትረ ስሌጣን ምስሓ዗ መሬት ዒሪባቶ እያ፡፡ ዯርጊ መጀመሪያ ስሌጣን ዜሓ዗ሊ
ዕሇት ብሽም ኢትዮጵያ ትቅዯም ኩሇን ሰሊማዊን ዳሞክራሲያዊን መሰሊት ብኣዋጅ
ምስዒፀወን ገስገስቲ ሓይሉታት (Revolutionary Forces) ህዜባዊ ዕሊማ ሒዝም እንትሇዒለ፣
መዴሓርሓርቲ ሓይሉታት (Reactionary Forces) ዴማ ዜሰኣንዎ ስሌጣን ዲግም
ንምምንጣሌ ተሇዒዑልም እዮም፡፡
2.1 ምሌዕዒሌ ገስገስቲ ሓይሉታት (Revolutionary Forces)

ዯርጊ ኩሇን ሰሊማዊን ዳሞክራሲያዊን መቃሇሲ መንገዴታት ብቕሊዕ ኣዋጅ ምስዒፀወን


ገስገስቲ ሓይሉታት ትግራይ ብቐጥታ ብዜተናወሐ ብረታዊ ቃሌሲ ኣብ መቓብር ዯርጊ
ዜተዒፀዉ ሰሊማዊን ዳሞክራሲያዊን መቃሇሲ መንገዱታት ክንከፌቶም ኢና ብዜብሌ ናብ
በረኻታት ትግራይ ወፂኦም፡፡ ካብዙኦም ሓዯ ተጋዴል ሓርነት ህዜቢ ትግራይ ወይከዒ
“ተሓሕት” እያ፡፡ ተሓሕት ብዜተወዯቡ 26 ውፈያት ዯቂ ህዜቢ ጀሚራ ናይ ስራሕ መቖል
ብምግባር ካብዙኦም 11 ናብ በረኻ ዯዯቢት ኣትዮም ሽግ ህዜባዊ ቃሌሲ ብምውሊዕ
ከበስሩ፣ 9 ኣባሊት ናብ ኤርትራ ከይድም ወታዯራዊ ስሌጠና ክወስደ፣ 6 ኣባሊት ዴማ ኣብ
ከተማታት ትግራይ ኮይኖም ናይ ከተማ ስርዑት ክመርሑ ብምግባር እቲ ቃሌሲ
እንትጅምሩ፣ ሙለእ ሂይወቶም ንህዜቦምን ዒድምን መስዋእቲ ንምዃን ብምውሳን እዮም
ነዙ ቃሌሲ ናብ ዒዎት ከብፅሕዎ ዜኸኣለ፡፡

ኣብቲ እዋን፣ መንግስቲ ዜኣክሌ ምስ ኣሻሓት ሹሾ ሰራዊቱ፣ ምስ ዗መናዊ ናይ ምዴርን


ናይ ሰማይን ኣፅዋር ዜወነነ ስርዒት፣ ኣብ ሌዕሉ እዙ ወታዯራዊ ዒቕሚ፣ ሰፉሕ ናይ ዯገ
ሓገዚት ዜረክብ መንግስቲ፣ ዜተወዯበን ጠንካራ ወታዯራዊ ስርዒትን ትካሊዊ ቁመና ምስ
዗ሇዎ ጨካንን ፀረ ህዜቢን ስርዒት፣ ዗የቋርፅ ዕጥቅን ስንቅን ናይ ሰማይን ናይ ምዴርን
ሰፉሕ ናይ ትራንስፖርት ቀረብ ዗ሇዎ መንግስቲ፤ ኮታስ ምስ ክንዴግዚዕ ዜኸውን ስርዒት፤
26 ሰብ ኮይንካ ኣብ ዜተናወሐ ህዜባዊ ቃሌሲ ብምውሊዕ ንምውዲቕ/ንምዴምሳስ ኢሌካ
ምሕሳብ ናይ ጥዐይ Normal ሰብ ሓሳብ እዩ ኢሌካ ንምውሳዴ ብጣዕሚ ኣፀጋሚ እዩ፡፡

እዙ እንትበሃሌ ግን ጠቕሊሊ ዗ይሕሰብ ነይሩ ማሇት ኣይኮነን ብዘሓት ሓሲቦም ሂዎቶም


መስዋእቲ ገይሮም ተንቀሳቒሶም ግን ሰኣን ብቑዕ ኣመራርሓ፣ ሰኣን ትኽክሇኛ ህዜባዊ
ዕሊማን መስመርን ንዒዎት ኣይበፅሑን፡፡ መብዚሕቶም እቲ ቃሌሲ ዜጠሌቦ መስዋእቲ
ብዜግባእ ስሇ዗ይፇሇጥዎ ወይ ኣነፂሮም ተረዱኦም ስሇ዗ይኣተውዎ ኣብ መንገዱ
ተንጠባጢቦም ተሪፍም እዮም፡፡ ንኣብነት ኢህኣፓ እንተወሲዴና “እዙ ዜኣክሌ ክንዱ ግዚዕ
ስርዒት ፉት ንፉት ገጢምካ ምስዒር ማሇት ምስ ኮኽሒ ምሌታም ማሇት እዩ” ብምባሌ
እቲ ናይ ቃሌሲ ኣንፇት ካብ ህዜቢ ተነፂሌካ ብናይ ስተወሰኑ ተቓሇስቲ ገስገስቲ
ሓይሉታት ኣብ ከተማን ኣብ ቢሮክራሲያዊ መሓውር ክሕፀርን ናብ ውሽጢ ስርዒት ኣቲኻ
ወይ ሰበ ስሌጣን ሰሪዕካ ብቶንኮሊት ብምፌሓስን ብቅንፀሊታት ብምዕጃብን እቲ ስርዒት
ከም዗ል ምውናንን ምቕያርን ይከኣሌ ብዜብሌ ጉጉይ ስሌቲ ስሇተጠቐሙ ሌዕሉ ፌርቂ
ሚሌዮን መንእሰይ ብቐይሕ ራዕዱ ክሃሌቕ ተገይሩ እዩ፡፡ ካብቲ ህሌቂት ንሊዕሉ ዴማ
ናይቲ ህዜብን መንእሰይን ናይ ቃሌሲ ወነ ክስሇብ ምግባሩ ዕዴመ ዯርጊ ኣብ ምንዋሕ
ናይባዕለ ኣስተዋፅኦ ገይሩ እዩ፡፡

2.2 ምሌዕዒሌ መዴሓርሓርቲ ሓይሉታት (Reactionary Forces)

ብኻሉእ መዲይ ዴማ ናይ መዴሐርሐርቲ ሓይሉታት ምንቅስቓስውን ነይሩ እዩ፡፡ ኣብነት


ኢዴዩ እንተሪኢና ንምእማን ዗ፀግም ሌዕሉ ዒሰርተ ሽሕ ዜተዒጠቐ ሰራዊት ኣሰሉፈ ኣብ
ሱዲን ግቡእ ምዴሊው ብምግባር ብትግራይ ኣቢለ ብምእታው ትግራይ ፀራሪጉ እናጠሓሓሰ
ሰራዊት እናስፇሐን እናዕጠቐን ንማእኸሌ ሃገር ብምስፊሕ ኣብ ሓፂር እዋን ንዯርጊ
ብምዴምሳስ ስሌጣኑ ዲግም ንምቁፅፃር ዒሉሙ ምንቅስቓስ ገይሩ እዩ፡፡ ይኹን እምበር
ቀንዱ ዕሊምኡ ስሌጣን ብምቁፅፃር እቲ ኣብ መሬት ናብ መሳፌንቲ ንምምሊስን ኣብ ህዜቢ
዗ስዕብዎ ዜነበሩ ወፅዒታት ኣጠናኺሩ ንምቕፃሌ ብምንባሩን፤ ኣካይዴኡ’ውን ዗ዜረኸብካዮ
ናይ ህዜብ ዜርካቡ ጥሪት እናወረረ፣ እናጥፇአ፣ ኣንሽቲ ኣቕሽቲ ከይተረፇ ኣብ ቅዴሚኡ
ዜፀንሓ ኣዳታት ሰብሓዲር እናዯፇረን እናተጋሰሰን ብምምፅኡ፤ ኢደ ዜኣተወሊ ቁሸት ወይ
ጣብያ ሌክዕ ኣንበጣ ከምዜኣተዋ ብሓዯ ጊዛ ዜበርሰለ ኩነታት ብምፌጣሩ፣ እዙ ብኣሻሓት
ዜቑፀር ሹሾ ሰራዊት ምስ ብጣዕሚ ዉሑዲትን ውፌያት ዯቂ ህዜቢ ተጋዯሌቲ ህወሓት
ገጢሙ ኣብ ሓፂር እዋን ክዴምሰስ ኪኢለ እዩ፡፡

3 ህዜቢ ትግራይን ህወሓትን

ተሓሕት ናይ ልሚ ህወሓት ካብቶም ካብቶም ገስገስቲ ዜባሃለ ሓይሉታት ብግንባር ቀዯም


ትጥቀስ ውዴብ እያ፡፡ ተሓሕት/ህወሓት ትኽክሇኛ ሰብ ራኢ መራሕቲ፣ ናይ ህዜቢ ወፅዒ
ዜርዯኦም፣ ናይ ህዜቢ ወፅዒ ከመይ ክውገዴ ከም዗ሇዎን ዜጠሌቦ ቃሌሲን መስዋእትን
ነፂሮም ብምፌሊጥን ትኽክሇኛ መስመር ብምሕንፃፅ ብ዗ይ ናይ ምሌኣተ ህዜቢ ዴጋፌን
ተሳትፍን ዜዕወት ቃሌሲ የሇን ኢልም ተሳትፍ ንምሕያሌ ጠንኪሮም ብምንቅስቃስ ነቲ
ህዜቢ ናይቲ ቃሌሲ በዒሌዋና ብምግባር እቲ ህዜባዊ ቃሌሲ ናብ ዒዎት ኣብፂሖምዎ
እዮም፡፡ ኩለ ከምዜፇሌጦ ህዜቢ ትግራይ ስሌጡን ህዜቢ፣ ውፈይ ህዜቢ፣ ዗ይናቱ ዗ይዯሉ
ህዜቢ፣ ንሃገሩን ንህዜቡን ክብሌ ሂይወቱ ዗ይስስዕ ህዜቢ፣ ዜጠቕሞን ዜጎዴኦን መምዩ
ዜፇሌጥን ብጊዜያዊ ረብሓታት ዗ይታሇሌ ናይ ነዊሕ እዋን ረብሕኡ ዗መዒደ ዗ኹርዕ
ህዜቢ እዩ፡፡ ህዜቢትግራይ ዜዯሉ ትኽክሇኛ ዕሊማን መስመርን እዩ፡፡

ህዜቢ ትግራይ ንውዴቡ ተሓሕት ህወሓት እንትዴግፌ ብዒይነዕሙተይ ትግራወይቲ


ውዴብ ስሇዜኾነት ኣይኮነን ዯጊፈ ንዒዎት ዗ብፀሓ፡፡ ወይ ዴማ ትኽክሇኛ ህዜባዊ ዕሊማን
መስመርን፣ ከምኡውን ሰናይ ትምኒት ንህዜባ ስሇ዗ሇዋ ጥራሕ ውን ኣይኮነን ንውዴቡ
ህወሓት ዜመረፀ፡፡ ወይከዒ ኣማራፂ ውዴባት ስሇ዗ይነበራ ውን ኣይኮነን፡፡ ኣብ ትግራይ
ብዘሓት ተጋሩ ዜተሰሇፈሇን ውዴባትውን ነይረን፣ ህዜባዊ ዕሊ ዜተሓንገጣ ውዴባትውን
ነይረን፣ ኢትዮጵያን ህዜባን ክሓሌፇሊ፣ ክትሇምዕ፣ ዳሞክራሲያዊን ህዜባዊን መንግስቲን
ስርዒትን ክትውንን ዜዯሌዩን ዜምነዩን ሓይሉታትውን ኣተኣናጊዲ እያ ትግራይ፡፡ ካብ
ተሓህት/ህወሓት ሰራዊት ብዒሰርተታት ዕፅፉ ሰራዊታት ዗ሰሇፈ ውዴባትውን ነይሮም፡፡
እንተኾነ ግና “ተፅግበካያ ቅጫስ ካብ ሞጎጎኣ ትፌሇጥ” ከምዜበሃሌ ገሉኤን ውዴባት ብሽም
ገስገስቲን ሕቶ ህዜብን ዜሽቅጣ፣ ህዜባዊ ውግንና ዗ይብሇን፣ ሌዕሉ ህዜቢ ንዒና ኣኽብሩን
ተንከባኸቡን ምባሌ ዜጀመራ እንትኾና ህዜቢ ትግራይ ብጋናአን ከይፀመዲ ዗ንጎዲ
ውዴባት ክነፅገንን ኢለውን ካብ ትግራይ ፀራሪጉ ከውፀአን ብምግባር ካብ ጫፌ ናብ ጫፌ
ህዜቢ ትግራይ ምስ ውዴቡ ህወሓት ክፅንበር ኪኢለ እዩ፡፡

3.1 ህዜቢ ትግራይን ህወሓትን ኣብ እዋን ብረታዊ ቃሌሲ

ህወሓት ከመይ ዴጋፌ ህዜቢ ክትረክብ ኪኢሊ? ቡዘሕ ሰብ ብዘሕ ክብሌ ይኽእሌ፡፡ እቲ
ቀንዱ ነገር ንምጥቃስ ዜኣክሌ ግን ምሽጥር ዒዎት ህወሓት እቲ ሓዯ ትኽክሇኛ ህዜባዊ
ዕሊማን መስመርን (ስትራቴጂ) ምሕንፃፅን እዙ ዒብዪ ስትራተጂካዊ መዴረኽ ዜሰግሮም
ንኡሳን መዴረኻት ብምንፃር ከመይ ጌርካ ከምትሰግሮም ሜሊታት (ታክቲካት) ብምሕንፃፅ
ኣብ ክሉ እዙ ዒብዪ ስትራቴጂካዊ መዴረኽ ዜህሌዉ ናይ ሓይሉ ኣሰሊሌፊ ነፂሩ ፇታዊን
ፀሊኢን ፇሌዩ፣ ፇታዊ ወይከዒ ተጠቃማይ ሕብረተሰብ ኣብ ክሉ እዙ መስመር ክስሇፌ
ብምግባር ኣብ ስትራቴጂካዊ ፀሊኢ ትኹረት ዜገበረ ቃሌሲ ብምምራሓ እያ ህወሓት
ተዒዊታ፡፡ ተጋዯሌቲ ህወሓት ምስ ህዜቦም ኮይኖም ህዜቢ እንትጠሚን እንትሽገርን
እናጠመዩን እናተሸገሩን፣ እንትረኽቡ’ውን ካብ ዜርካባ ስንቆም፣ ኣብ ሕሱም እዋን’ውን
ሇሚኖም ንህዜቦም (ከም 1977 ዒ.ም. ዜበሇ ክፈእ ዗መን) እናዏንገለ ስሇዜመፁ፣ ኣብ እዋን
ብረታዊ ቃሌሲ መሊእ ገጠር ትግራይ ክበሃሌ ዜኽእሌ ካብ ሸፊቱ ብምንጋፌ ህዜቢ ባዕለ
ብባዕለ ክመሓዯርን ናይ ፌትሒ ተቋዲሲ ክኾን ብምግባሮም፣ ህዜቢ እንትፅገም ቅዴሚት
ብምምፃእ በጃ ህዜቢ ስሇዜፅገሙን መስዋእቲ ስሇ ዜኸፌለን፣ ንህዜቢ በቲ ትኽክሇኛ
መንገዱ ምኹካብ ዗ይኮነትስ ባዕልም ቅዴሚት ቅዴሚት እናተጉዒዘ ስሇዜመርሑን
ዜመፅእ ፀገምን መከራን’ውን ቅዴሚ ህዜቦም ፉት እንትገጥሙን መስዋእቲ ስሇዜኸፇለን
እዩ፡፡ 17 ዒመት ሙለእ ኣንፃር ዯርጊ ኣብ ዜተገበረ ብረታዊ ቃሌሲ ምስ ፀሊኢ ዜግበር
ግጥም እንተጋጥም’ውን ንህዜቢ ዗ይኮኑ ደፊዕ ዜገብሩስ ባዕልም ደፊዕ ህዜቢ ብምዃን
ሂይወቶምን ኣካልምን ንመስዋእቲ ብምቕራብ በጃ ህዜቢ ኣብ ቅዴሚ ህዜቢ ስሇዜገበሩ እዩ
ህዜቢ ትግራይ ንውደቡ ህወሓት ከም ውሊደ ከም ዋሌታኡ ገይሩ ዜሪኣ፡፡

ህወሓት ኣብ ዜሓሇፈ 17 ዒመታት ዜገበረቶ ቃሌሲ ብረት ሒዚ ንፀሊኢ ኣብ ምግጣም


ጥራሕ ዗ይኮነስ ህዜቢ ትግራይ ካብ ዴሕረትን ዴኽነትን ክወፅእ’ውን ንምግባር መሰረታዊ
ሇውጢታት ማሇትውን ሓረስታይ ትግራይ ናይ መሬቱ በዒሌዋና ክኾንን ናይ ፌርያቱ
ብሕታዊ ተጠቃሚ ክኾን ዗ኽእሊ መሰሊ ክረጋገፀለን እ዗ን መሰሊቱ ዴማ ብ዗ሊቒ
ንክኽበራለ ባዕለ ብባዕለ ንክመሓዯር ስርዒት ፇጢራትለ እያ፡፡ ጎናጎኒ ምስቲ ብረታዊ
ቃሌሲ፣ ህዜቢ ትግራይ ካብ ዴሕረትን ዴኽነትን ክወፅእ ንምግባር በቲ ሽዐ ዜነበረ ዒቕሚ
ፉዯሌ ቁፅርን ክቆፅር፣ ካብ መሰረታዊን ተሊበዴቲ ሕማማትን ብኣንፇት ምክሌኻሌ ጥዕንኡ
ክሕለ፣ ተፇጥሮ ክከናኸን፣ ኣብ መሬቱ መፌረይነት ከዕቢ መሬቱ ክከናኸንን ባህሊዊ
ዴኹዑ ብስፌሓት ክጥቀምን ሰፉሕ ናይ ምሌዕዒሌ ስራሕቲ ሰሪሓ እያ ህወሓት፡፡ ህዜቢ
ትግራይ ንመጀመሪያ ጊዛ ትኽክሇኛ ፌትሓዊ፣ ኣዴሌዎ ዗ይብለ፣ ዳሞክራሲያዊ
ምምሕዲር ክፌትንን ክሇማመድን ባህለ ክገብሮን ዕዴሌ ዜረኸበ ኣብቲ ዕጥቃዊ ቃሌሲ
እዋን እዩ ነይሩ፡፡ ኣብ ትግራይ ዒሲልም ዜነበሩ ዴሑራት ጎዲእቲ ባህሌታት ከም
ጥንቆሊን ቆሇታትን ኣብ ምቅሊስን ከም዗ይነበሩ ምግባርን ሰፊሕቲ ስራሕ ብምስራሕ
ብህወሓት Cultural Revolution ተገይሩ እንተተብሃሇ ምግናን ኣይኾንን፡፡ ምስእዙ
ዜተሓሓዜ ካሉእ ህዜቢ ትግራይ ሓዴነቱ ኣጠናኺሩ ኣንፃር ገዚእቱ ከይሇዒሌ
ብከባቢያዊነትን ፀቢብነትን ተኸፊፉለ ነኒባዕለ ክጣፊእ ዜገበርዎ ቶንኮሌ ብምቅሊስ ዜነበሩ
ናይ ፀቢብነትን ከባቢያዊነትን ኣተሓሳስባታት ብሰፉሕ ቃሌሲ ክምከቱ ተገይሩ እዩ፡፡ ኣብ
ህዜቢ ዜነበሩ ፀረ ዳሞክራሲያዊ ብሂሊት “ሰማይ ኣይሕረስ ንጉስ ኣይኽሰስ” ብምጥሓስ
ን዗ጥፌኡ መራሕቱ ኣብ ኣዯባባይ ሽንቅሊጦም ክወፁ ምግባር ዗ይዕረዩ ክውገደ፣ ክዕረዩ
ዜኽእለ ዴማ ነቒፈ ዕዴሌ ዜህበለ መሰሊት ክሇማመድምን ባህለ ክገብሮምን ዜገበረት
ውዴብ ስሇዜኾነት እዩ ህዜቢ ትግራይን ህወሓትን ክነፃፀለ ዗ይኽእለ እዮም ዜበሃሌ፡፡

እቲ ዜገጥም ዜነበረ ተዯጋጋሚ ዴርቅን ጥሜትን ንምምካት ኣብ በረኻ ናይ ረዱኤት ትካሌ


(ማሕበራዊ ረዱኤት ትግራይ ማረት) ብምጥያሽ ህዜቢ ካብ ብርሰት ንምክሌኻሌ ተፃዑሩ፣
ክሳብ ልሚ ማረት ኣብ ህዜቢ ተነዱቓ ትርከብ፡፡ ኮታስ ዒቕሚ ዜፇቐድ መሰረታዊ ናይ
መንግስታዊ ግሌጋልት ንምሃብ ምምጥጣር ነይሩ፡፡ ነዙ እዩ ህወሓት ብሕታዊት ካብ ህዜቢ
ዜወፀትን ንህዜቢ ዜቆመት ተወዲዲሪ ዗ይብሊ ውዴበይ ኢለ ህዜቢ ትግራይ ዜወስዲ፡፡ እዙ
ንምጥቃስ ዜኣክሌ እምበር ውዴብ ዜገበረቶ ንምግሊፅ ክንዴቲ ዜፀንሐቶ ጊዛ ክውዴእ
ይኽእሌ፡፡

እዙ እንትበሃሌ ግን ካብ ሇካቲት 11፣ 1967 ዒ.ም. ክሳብ ጉንበት 20፣ 1983 ዒ.ም. ህወሓት
ዋሊሓንቲ ውሽጣዊ ፀገም ዗የጋጠማ ውዴብ፣ 100% ተጋዯሌታን ኣባሊታን ፀፌ ጭሌጥ
ዜበለ ኣሰር በሰር ዗ይርከቦም ነይሮም ማሇት ኣይኮነን፡፡ ህዜቢ ትግራይ ንህወሓት ከም
ውሊደ እንትሪኣ ከም ውዴብ ፌፁም ፀገም ስሇ዗ይነበራ፣ ተጋዯሌታን ኣባሊታን’ውን ጥር
ትብሌ ፀገም ስሇ዗ይነበሮም ኣይኮነን መሊእኽትን ናይ መሊእኽትን ውዴብ ስሇ዗ይኮኑ፡፡
ህወሓት ከም ማንም ሰባት ዜፇጥርወን ውዴባት ዗ጋጥመን ፀገማት ወይ ዜፇጥረኦ ፀገማት
ይገጥማ ነይሩ እዩ፡፡ ተጋዯሌትን ኣባሊትን ህወሓት’ውን ከም ማንም ሰብ፣ ሰባት ነይሮም፡፡
እቲ ኣፇሊሊይ ህወሓት ዗ጋጥሙ ፀገማት በቢእዋኑ ምስ ኣባሊን ህዜባን ኮይና እሂን ምሂን
ኢሊ ብ዗ይ ንሕስያ እናገምገመት፣ እናነቐፇት ብሌቢ ንምስትኽኻሌ እናሰርሐት ስሇትመፅእ
዗ጋጥሙ ፀገማት ከም ምግጣም እንተጋጥሙ’ውን ካሉእ ፀገም እንተይፇጠሩ ብእዋኑ ናይ
ምፌታሕ ባህሉ ስሇዜነበራ እዩ፡፡

ኣብ ኣባሊት ውዴብን ተጋዯሌትን’ውን ከምቲ ተጋዲሊይ ኣበበ ኣርኣያ ኣብ “እምበር


ተጋዲሊይ” ትብሌ ዯርፈ ዜበል ኣባሌን ተጋዲሊይን ህወሓት ከም ማንም ሰብ ሰባት እዮም
ነይሮም፣ እትጠሚ ጠሚ ከርሲ፣ እትፀምእ ጎሮሮ፣ እትዯክም ብርኪ ዜነበሮን፣ ዗ይትጋገ
ኣእምሮ ዗ይነበሮ ሰብ ነይሩ፡፡ ግን ዴማ ማንም ሰብ ክፃወሮ ዗ይኽእሌ ጥሜት፣ ፅምኢ፣
ዴኻም ተፃዊሮም፤ ካብ ማንም ንሊዕሉ ጌጋ ከየጋጥም ዜፅዕሩን እንተጋጥም ዴማ
ቀሌጢፍም ብሌቢ ዒርሰ ነቐፋታ ብምግባርን ብምእራም ናብቲ ትኽክሇኛ ቦትኡ ናይ
ምምሊስ ባህሉ ስሇዜነበረ እዩ ውዴብ፣ ተጋዲሊይን ኣባሌን ህወሓት ናይ ህዜቢ ፌቕርን
ሓላትን ዗ይተፇሇዮም፡፡
ከም ውዴብ ህወሓት ብዘሓት ብዴሆታትን ንሃሇዋታ ዗ስግኡ ዒበይቲ ፇተናታት
ገጢሞምዋ ነይሮም እዮም፡፡ ንኣብነት ኣብ እዋን ሕንፌሽፌሽን ኣብ እዋን ቀዲማይ
ተሃዴሶን ከምኡውን ኣብ 1977 ዒ.ም. ኣብ ህዜቢ ትግራይ ገጢሙ ዜነበረ ዴርቂ ዜጥቀሱ
እዮም፡፡ እዝም ፇተናታት እዙኦም ገሉኦም ኣብ ኣባሊትን ኣመራርሓን ውሽጢ እናዒምበቡ
ዜመፁ ናይ ኣተሓሳስባ ፀገማት፣ ገሉኦም በቢእዋኑ እናተኸታተሌካ ኣብ ናይ ውዴብ ናይ
መስመር ምፅፊፌን ምጉሌባትን ስራሕቲ እናተዲኸሙ ምምፃእን ውሽጠ ውዴብ ዳሞክራሲ
ምዴኻምን ዜፇጥሮም እንትኾኑ ገሉኦም ዴማ ዜግበሩ ቃሌሲታት ክንዴቲ ዜዴሇ
ብ዗ይምጉህሃሮምን ዜዴሇ ሇውጢ ብ዗ይምምፀኦምን ብተፇጥሮ ምዜባዕ ብቐሉለ ዜፌጠሩ
ፀገማት ኢሌካ ክቕመጡ ዜኽእለ እዮም፡፡

ኣብ ገሇ ገሇ ኣባሊት ህወሓት እምነታትን ዕሊማን ውዴቦም ብዯንቢ ብ዗ይ ምጭባጥን


እምነታቶም ብምሽርሻርን ሓዯጋታት የንፀሊሌዉ ዜነበሩ እንተኾነውን ብርሱን ውሽጠ-
ዳሞክራሲ ቃሌሲ ብእዋኑ ብምፌታሕ ሓዯጋ ቅዴሚ ምብፃሑ ይምከቱ ነይሮም፡፡
ንኣብነት ኣብቲ መጀመሪያ ኣብ ውዴም ምጥያሽን ምጥንኻርን እዋን ኣብ በረኻ ዯዯቢት
ኣጋጢሙ ዜነበረ ሓዯጋ እንትንርኢ ገሇ ገሇ ውሱናት ተጋዯሌቲ ህዜባዊ እምነቶም
ብምሽርሻሩ ዜነበረ ፅምኢ፣ ጥምየትን ዴኻምን ምፅዋር እንትኣብዮም፣ ቅዴሚ ነብስኻ
ንህዜብኻ ዜብሌ ክብሪ Value ውዴቦም ክብዴብዴ ዜበልም ተጋዯሌቲ፣ ብጀካ ንስሑሌን
መሇስን ገዱፌካ ንካሌኦት ኣመራርሓ ኩልም ብምቕንፃሌ ንውዴብ ናብ ክራይ ኣካቢን ናብ
ናይ ሽፌታ ውዴብ ንምቅያር ተንኮሌ ፉሒሶም ብሕቡእ እንትንቀሳቐሱ፣ ብዳሞክራሲያዊ
ቃሌሲ ተኣሌዩ ውዴብ ዴማ ተጠናኺራ ወፂኣ እያ፡፡

ካብዙ ብተወሳኺ ናይ ፀሊእቲ ምንቅስቓስ’ውን ቀሉሌ ግምት ዜወሃቦ ኣይነበረን፡፡ ፀሊእቲ


ካብቲ ስሩዕ ፉት ንፉት ግጥም ብተወሳኺ ኩነታት ውዴብ እናተኸታተለ ንህወሓት ሽማን
዗ይሽማን ብምሃብ ከፀሌምዋ ሰፉሕ ፃዕሪታት ይገብሩ ነይሮም፡፡ ሰሇሌትን ጃሱሳትን
ብምውፊር ኣብ ውሽጢ ውዴብ ሕንፌሽፌሽ ክፇጥሩን መራሕቲ ውዴብ እናፇሇዩ
ክቕንፅለን፣ ዜግበሩ ኣኼባታትን ኮንፇረንሳትን ንፀሊኢ ብምጥቋም ብነፇርቲ ንምዴብዲብን
ውዴብ ንምዴኻምን ንምጥፊእን፣ ብሓፂሩ እንታይ እሞ ዗ይተገበረ ነገር ኣል፤ ኩለ ፀሊእቲ
ህወሓት ንምዴኻም ክገብርዎ ዜኽለ ነገር ኩለ ተገይሩ እዩ፡፡ በዝም ተግባራት
እዙኦም’ውን ብዘሓት ቀያሕትን ፀሇምትን ጀጋኑ ዯቂ ህዜቢ መስዋእቲ ከፉልም እዮም፡፡
ነዙኦም ኩልም ብዴሆታት ዴማ ህወሓት ብፅንዒት ተቓሉሳ፣ ህዜቢ ኣሳቲፊ፣ ውሽጠ-ውዴብ
ዳሞክራሲ ክሰፌሕ ገይራ፣ በቢእዋኒ ኣተሓሳስባ ኣባሊ እናሃነፀት ክፀፈ ዜግበኦም
መስመራት እናፅፇፇት፣ ብጥንኩር ገምጋም፣ ብዒርሰ-ነቐፋታን ብነቐፋታን እናተሰነየ፣
ኣበቢ መዴረኹ በሊሕቲ ኣመራርሓ እናተስሓለ ዜወፅለ፣ ዗ይከኣለ ዜሳሇይለ፣ ዜተሸኸለ
ዴማ ዜዕሇይለ ስርዒት ትኽተሌ ስሇዜነበረ ኩልም ዗ጋጠሙ ብዴሆታት ከም ናይ ውዴብ
መጠናኸሪ ዕዴሌ ኮይኖም ህወሓት እናገበሇት ትወፀለ ኩነታት እዩ ዜፌጠር ነይሩ፡፡ ነዙ
እዩ ህዜቢ ትግራይ ኣብ ህወሓት ዗ሇዎ እምነት ናይ ሓዯ እዋን ተርእዮ ዗ይኮነስ ማዕረ
ዕዴመ ህወሓት ኣብ ጠንካራ መሰረት እናተነዯቐ ዜመፀን ብቐሉለ ዗ይሽርሸርን ዜበሃሌ፡፡

ነዙ እዩ ሓዯ እዋን ክቡር መራሒና መሇስ ዛናዊ ኣብ መንጎ ህወሓትን ህዜቢ ትግራይን


዗ል ርክብ እንትገሌፅ፣ “ንህዜቢ ትግራይ ሓይሉ ሃበና እንትንብል ሌዕሉ ዜሓተትናዮ ዯቁ
መሪቑ፣ ጥይት ብግንባርኩም’በር ብሑቖኹም ከይትወቕዏኩም ብምባሌ ዯቁ ንመስዋዕቲ
ሂቡና” ዜበሇ፡፡ ህዜቢ ትግራይ ንህወሓት ከም ማንም ናይ ፖሇቲካ ተወዲዲሪት ፓርቲ
ኣይኮነን ዜሪኣ፣ ከም ውሊደ፣ ከም ወኪሌ ስውኣቱን ከም ወኪሌ ባዕለን እምበር፡፡ ህዜቢ
ትግራይ ባዕለ ሓብሒቡ ዗ዕበያ ውዴብ፣ ባዕለ ስንቅን ዕጥቅን ዜኾና፣ ከመይ ከምዜትኮስ፣
ጥሜትን ፅምእን ከመይ ከምትፃወር ዗ምሃራ ውዴብ፣ ፀገም እንተጋጥምውን ይግስፃ እምበር
ኣይነፅጋን፡፡ በቲ ካሉእ ገፅ ዴማ ህዜቢ ትግራይ ብምኽንያት ሃሇዋት ህወሓት ዗ረጋገፆም
ረብሓታት ማሇትውን ንመሰሌን ረብሓን ህዜቢ ዜተቃሇሰት፣ ንህዜቢ ካብ ዴኽነትን
ዴሕረትን ዗ሊቐቐቶ ውዴብ፣ ካብ በሊዕቲ ሰብ ዜኾኑ ፀረ ህዜቢ ስርዒት ዗ሊቐቐቶ ህወሓት፣
ናብ ጎዯና ቅሌጡፌ ሌምዒት ዗ሰጋገረቶ ውዴብ፣ ረሲዐ ኣዯዲ ትምክሕትን ፀበብትን
ዜመርፅ ህዜቢ ኣይኮነን፡፡ ፀሊእቲ ብዜተፇሊሇዩ መንገዴታት ፅዕፁዕ ናይ ስም ምጥፊእን
በሇካ ሇኽዏካ ፕሮፖጋንዲ እንተነፌሑውን እዜኒ ከይሃቦም ኣብ ፅሊሌ ውዴቡ ዒሲለ ንዒዎት
በቒዐ፡፡

3.2 ህዜቢ ትግራይን ህወሓትን ዴሕሪ ውዴቀት ዯርጊ

ዯርጊ ብተሳትፍ ህዜቢ ኢትዮጵያን ብዜሇዒሇ ኣስተዋፅኦ ህዜቢ ትግራይን ዴሕሪ


ምዴምሳስ፣ ምዕብሌትን ብሌፅግትን ኢትዮጵያ ኣብ ምፌጣር ዜግበር ቃሌሲ ህዜቢ ትግራይ
ከምቲ እዋን ብረታዊ ቃሌሲ ሌዕሉ ሃገሩ ኣስተዋፅኦ ኣበርኪቱ እዩ፡፡ ዴሕሪ ውዴቀት ዯርጊ
ብዳሞክራሲያዊነቱ ተወዲዲሪ ዗ይብለ፣ ዒሇምሇኻዊ መዏቀኒታት ሙለእ ብሙለእ ዗ማሇአ
ሕገመንግስቲ ሃገርና ክትውንን ኣብ ምግባር ህወሓት ዕዘዜ ግዯኣ ተፃዊታ እያ፡፡
ብምዃኑውን ህዜቢ ትግራይ ካብቲ ናይ ፀሌማት እዋን ተሊቒቑ ናይ ሰሊምን ነፃነትን ኣየር
ከተንፌስ ምጅማሩ፣ ኣብ ሃገሩ ማዕረ ተሰማዕነትን ዕዴሌን ረኺቡ ኣብ ጉዲይ ሃገሩ ክውስን፣
ኣብ ክሌለ ባዕለ ንባዕለ ከማሓዴር፣ ብቋንቁኡ ክጥቀም፣ ባህለ ከዕቢ፣ ክሌለ ከሌምዕን ካብ
ዴሕረትን ዴኽነትን ብምውፃእ ናብ ምዕቡሊት ሃገራት ተርታ ክስሇፌ ዕዴሌ ብምርካቡ
ዲርጋ ካሌኣይ ምውሊዴ እዩ ዜቖፅሮ፡፡ እዙ ዕዴሌ ኣብ ምርካብን ናብ ጭቡጥ ተረባሕነት
ኣብ ምምፃእ ህወሓት ዜሇዒሇ ተራ ነይሩዋ፡፡

ህወሓትን ህዜቢ ትግራይን ዗ይነፃፀለ ብዯምን ኣዕፅምትን ዜተኣሳሰሩ ፇፂምካ ክትፇሌዮም


዗ይትኽሌ ሓዯን ያውን እዮም፡፡ ህወሓት ከምቲ ኣብ ምዴምሳስ ዯርጊ ዜነበራ ናይ ኣምበሳ
ብፅሒት (Lion Share) ዴሕሪ ውዴቀት ዯርጊውን ኣብ ህንፀት ዳሞክራሲያዊ ስርዒትን
ምቅሌጣፌ’ውን ዜሇዒሇ ብፅሒት ነይርዋ እዩ፡፡ ዯርጊ ምስተዯምሰሰ ሰሊምና ንምዜራግ
ብዘሓት ፀሊእቲ ዯርገፌገፌ ይብለ ኣብ ዜነበሩለ ኣብ ሽግግር መንግስቲ እዋን ይኹን
ዴሕሪ ምፅዲቕ ሕገመንግስቲ ሃገር ኣብ ምርግጋዕን ሰሊምና ኣብ ምሕሊውን ሕገመንግስቲ
ክኽበር ኣብ ምግባርን ግዯ ህወሓትን ህዜቢ ትግራይን ዜሇዒሇ ነይሩ፡፡ እቲ ብሃገር ዯረጃ
ሐዙ ተሃኒፁ ዗ል ናይ ኢትዮጵያ ብሄር ብሄረሰባት ውክሌና ዗ሇዎ መከሊኸሉ ሃገር ኣብ
ሓዯ ፀሓይ ክህነፅ ዜኽእሌን ዜተሃነፀን ኣይኮነን ናይባዕለ ነዊሕ ጊ዗ ዜወሰዯ ከምዜኾነ
ይፌሇጥ እዩ፡፡ ኣብዘ እዋን እዙ ሃገር ናይ ምሕሊው፣ ሰሊም ናይ ምርግጋዕ፣ ሕገመንግስቲ
ናይ ምኽባር ሓሊፌነት ተሸኪሙ ዜፀንሐ ኣካሌ፣ ኣባሌ ህወሓት ዜነበረ ተጋዲሊይና ኣባሌ
መከሊኸሉ ሃገር ብምዃን እዩ፡፡ እዙ ናይ ህወሓት ግዯን ኩርዒትን ዴማ ናይ ትግራይ
ህዜቢ ግዯን ኩርዒትን እዩ፡፡ ነዙ እዩ ህዜቢ ትግራይን ህወሓትን ዗ይነፃፀለ ሓዯን ያውን
እዮም ዜበሃሌ፡፡

ህወሓት ኣብ ሃገር ካብ዗ሇዋ ፅሌዋን ኣስተዋፅኦን ብተወሳኺ ኣብ ናይ ክሌሌ ትግራይ


ህንፀት ስርዒት ዳሞክራሲን ምርግጋፅ ሌምዒትን ቁሌፉን ዜሇዒሇን ብፅሒት ነይርዋን
ሐዙውን ኣሇዋን፡፡ ኣብ እዋን ምዴምሳስ ዯርጊ ናይ ኢትዮጵያ ኩነታት ዴኽነት እንትረአ
ካብ ዒሇምና እቲ ዜሇዒሇ መጠን ህዜቢ ኣብ ትሕቲ ዴኽነት ዜነብረሊ ሃገር ዜነበረት
እንትትኮን ትግራይ ዴማ ካብ ኢትዮጵያ እቲ ዜኸፌአ ዴኽነት ዜርከበሊ ክፌሇሃገር ነይራ፡፡
ኣብዘ ሐዙ እዋን ናይ ኢትዮጵያ ከም ሃገር ኣብ ትሕቲ ዴኽነት ዜነብር ብፌርቂ ቀኒሱ
22.9% ዜበፅሐ እንትኾን ናይ ትግራይ ዴማ ካብ 75% ናብ 27% ክበፅሕ ምግባር ብዒሇም
ዯረጃ ተኣምር ዗ብሌ ፌፃመ ኮይኑ እዙ ዴማ ብብፅሒት ኣመራርሓ እንትረአ ሙለእ
ብሙለእ ናይ ህወሓት ብፅሒት እዩ ኢሌካ ዜውሰዴ እዩ፡፡ ናይዙ መግሇፂ ኣብ ህንፀት
መሰረተ ሌምዒት፣ ኣብ ዜርገሐ ማሕበራዊ ሌምዒትን ዕብየታት ኢኮኖሚያዊ ሌምዒትን
ኮይኑ ብጥማር ዴማ ኣብ መነባብሮ ህዜቢ ትግራይ ዜመፀ ሇውጢ ባዕለ ምስክር እዩ፡፡
ማንም ካብ ህዜቢ ዜወፀ ፖሇቲካዊ ውዴብ ገይርዎ ዗ይፇሌጥ ስራሕን ውፅኢትን ዜሰርሐን
ዜፇፀመን ውዴብ እንተሃሇወ ህወሓት/ኢህወዳግ ጥራሕ እዩ፡፡

ህወሓት ኣብ እዋን ዕጥቂ ቃሌሲ ዜሃነፀቶም ትካሊትን ውዲበታትን ኣብ ዴህሪ ውዴቀት


ዯርጊ እውን ዜነበሮም ኣወዲዴባ ብምጥንኻር ኣብ ህንፀት ዳሞክራሲን ምስሊጥ ሌምዒትን
ናይባዕልም ዗ይትካት እጃሞም ተዋፂኦምን ኣብ ምውፃእን ይርከቡ፡፡ ንኣብነት ማረት
እንተወሲዴና ኣብ ትግራይ ዴሕሪ ውዴቀት ዯርጊ ዗ጋጥም ዜነበረ ተዯጋጋሚ ዴርቅን
ጥሜትን ኣብ ምክሌኻሌ ካብ ማንም ዗ይመንግስታዊ ናይ ረዱኤት ትካሌ ንሊዕሉ
ትንቀሳቐስ ብምንባራ ሓዯጋታት ኣብ ምቕናስ ዜሇዒሇ ተራ ነይርዋ፣ ቀፂለውን ካብ ናይ
ረዱኤት ብተወሳኺ ኣብ ናይ ትግራይ ሌምዒት ምንቅስቓስ’ውን ንናይ ክሌሌ መንግስቲ
ግዯ ዜመጣጠር ፃዕርታት ኣብ ማይ፣ ትምህርቲ፣ መስኖ፣ ማይክሮፊይናንስ ወ዗ተ ስራሕቲ
ትነጥፌ፡፡ ማሕበር ሌምዒት ትግራይ (ማሌት)’ውን ኣብ ዜሓሇፈ 27 ዒመታት ኣብ
ትምህርትን ባህሌን ካሌኦትን ሰፉሕ ስራሕ ሰሪሐን ዜሇዒሇ ተራ ኣብ ምርግጋፅ ሌምዒት
ተፃዊተን እየን፡፡ ሓፊሽ ማሕበራት እውን ዳሞክራሲያዊ ባህሉ ክሰፌንን ህዜቢ ትግራይ
ብውዲበታቱ ኣቢለ ኣብ ህንፀት ዳሞክራሲያዊ ስርዒትን ምርግጋፅ ሌምዒትን ተሳታፉን
ተጠቃሚን ኣብ ምግባር ዜሇዒሇ እጃም ነይርወን፡፡ ህወሓት ኣብ እዋን ብረታዊ ቃሌሲ
዗ጥረየቶ ሃፌቲ’ውን ብምጥርናፌ ብመሌክዕ ፊውንዳሽን ክውዯብ ብምግባር ኣብ ትሕቲ
ትእምት ተጠርኒፈ ናይ ክሌሌና ኢንዲስትሪ ሌምዒት ብምዴጋፌ ናይ ሃገርና ሌምዒት ኣብ
ምርግጋፅ ዜሇዒሇ ተራ ይፃወታ ኣሇዋ፡፡ እዙ ኩለ ምስ ህወሓት ተኣሳሲሮም ዜመፁ
ውዲበታት ኣብ ሌምዒትን ህንፀት ዳሞክራሲን ከም ቀንዱ ውራዮም ገይሮም ብምውሳድም
ኣብቲ እዋን ብረታዊ ቃሌሲ ዜነበሮም ዕዘዜ ተራ ኣብ ዴሕሪ ውዴቀት ዯርጊውን
ኣጠናኺሮም ብምቕፃልም እዙ ረኺብናዮ ዗ሇና ሇውጢ ኣብምርግጋፅ ናይ ባዕልም ተራ
ተፃዊቶም እዮም፡፡ ነዙ እዩ ህወሓት ተራ ፖሇቲካዊ ውዴብ ዗ይኮነትስ ናይ ትግራይ
ሌምዒትን ህንፀት ዳሞክራሲን ከምኡውን ኣብ ሰብኣዊ ሓገዚት ትዋሳእ ኣማራፂ ዗ይብሊ
ብሕታዊት ህዜባዊት ውዴብ ትበሃሌ፡፡
እዙ ከምዙ እናሃሇወ ገሇ ስሱዒትን ብቅሬታን ብቂምን ዜዒወሩ ብዴሕረይ ዲንዳር
ኣይትብቆሊ ዜዒይነቱ ስርዒትና ካብ ሀ ክሳብ ፐ ዜተበሊሸወን ገስረጥ ከምዜኾነ፣ ዜሓዜናዮ
ጉዕዝ ህዲሴ መንገዱ ዕንወት ከምዜኾነ ገሉኦም ብገርሆም ገሉኦም ዴማ ብዕሊማ ሌዐኽ
ፀሊእቲ ተሸኪሞም፤ ሇይትን ቀትርን ኣብ ማሕበራዊ ሚዴያ ኮይኖም በሇካ ሇኽዏካ
እናተቀባበለ መርዴእ ነገርቲ ይበራኸቱ ኣሇዉ፡፡ ኩነታት ማሕበራዊ ሚዴያና እንትንዕ዗ብ
ናይ ትምክሕቲ ሓይሉታት ህዜቢ ትግራይ ካብዘ ስርዒት ብፈለይ በይኑ ከምዜርባሕ፣ ናይ
ትግራይ ሌዕሌነት ከምዜነገሰ ናይ ሓሶት ፕሮፖጋንዲ ብምንብዴባዴ ምስ ካሉእ ህዜቢታት
ሃገርና ንምብኣስ ሇይትን ቀትርን እንትሰርሑ ይረኣዩ ኣሇዉ፡፡ ኣብዙ ሻዕብያውን ምስኦም
ናይ ኣረኣእያ ግንባር ብምፌጣር ኣብ ማሕበራዊ ሚዴያ እንትሰርሕ ይረአ፡፡ በቲ ካሉእ
ገፅ ዴማ ንህዜቢ ትግራይ ዜወገኑ መሲልም መርዙ ዜነዜሑ ፀበብቲ ሓይሉታት ኣብ
ማሕበራዊ ሚዴያ ሃመም እንትብለ ይረኣዩ፡፡ እዝም ፀበብቲ ሓይሉታትውን ካብ
ትምክሕቲ ሓይሉታት ዜፇሌዮም ነገር እንተሃሇወ ኣብ ኣቀራርባምበር ዕሊምኦም ግን ሓዯን
ያውን እዩ፡፡ እዝም ፀበብቲ ሓይሉታት እዙኦም ህዜቢ ትግራይ ኣብ ፅሊሌ ውዴቡ
ተጠርኒፈ ተቓሉሱ ዗ረጋገፆም መሰሊትን ረብሓታትን እናናኣሱ፣ ህዜቢ ትግራይ ኣብዙ
ፋዯራሊዊ ስርዒት ተረባሒ ከም዗ይኮነ፣ እኳዯኣስ እሱ ብዜተቓሇሶን መስዋእቲ ብዜኸፇልን
ካሌኦት ህዜብታት ኢትዮጵያ ተረባሕቲ ከምዜኾኑ፣ ህዜቢ ትግራይ ኣብ ስርዒቱ ጓና
ከምዜኾነ እንተምበሌብለ ይረኣዩ ኣሇዉ፡፡ ፀበብቲ ይኹኑ ትምክሕቲ ሓይሉታት ዕሊምኦም
ንፁር እዩ፡፡ እሱውን ነዙ ፋዯራሊዊ ስርዒት ብምቁሻሽ፣ ንህዜቢ ብምዴንጋር ኣብ ሌዕሉ
ስርዒቱ ቅሬታ ክሕዜን ብኡ ኣቢለ ክቃወምን ብምግባር ብኣቋራጥ ናይ ስሌጣን ፅምኦም
ንምርዋይ እንተ዗ይኮይኑልም ዴማ ዴሕረይ ዲንዳር ኣይትብቆሊ ዜዒይነቱ ናብ ብተናን
ዕግርግርን ንምእታው እዩ፡፡ ገሇ ገሇ ናይ ፋስቡክ ሃሳሳት እዙ ኣብ መንጎ ህዜቢ ትግራይን
ህወሓትን ዗ል ታሪክን ፅኑዕ ሰንሰሇትን ብ዗ይ ምርዲእ ከምዘ ኡፌ ኢልም ዗ፌርስዋ
እናመሰልም ኣብ ማሕበራዊ ሚዴያ ዒሪድም ብምርቃና ኣብ መንጎ ህዜብን ውዴብን ነቓዕ
ንምፌጣር ሇይትን ቀትርን ተፀሚድም ይውዕለ ኣሇዉ፡፡ ህዜቢ ትግራይ ግን ሌዕሉ ኩልም
ስሌጡን፣ ሇባምን ዜጠቕሞን ዜጎዴኦን ዜፇሌጥ ብምዃኑ፣ ኣንጀቴ ኣበይ ዜነበርኩም
ሓዯሽቲ ሸቃጦ ኢኹም ይብልም ኣል፡፡ ምሽክናት መሕ዗ንቲ ወገናት፡፡ ገሉኦም ዴማ
ናይ 1993 ማዕበሌ ተሃዴሶ ዜገሇፍምን ምስቲ መዴረኽ ንምኻዴ ዒቕሚ፣ ወነን ሑሩጭን
ወዱኦም ብርኮም ምውስዋስ ኣብዩዎም ዴሕሪ ምፅናሕ ጠቕሉልም ናብቲ ዕዴመ
ንእስነቶም ሙለእ ኣምሪሮም ዜተቃሇስዎ ፅግዕተኛ ዯንበ ከይሓፇሩን ከይሓነኹን ዴርግም
ኢልም ብምእታው ንህዜቢ ትግራይ ክዴሌለ ኣብ ማሕበራዊ ሚዴያ ሊዕሌን ታሕትን
እንትብለ ንዕ዗ቦም ኣሇና፡፡ ህዜቢ ትግራይ ግን ብነበረያ ነበረን ናይ ሰባት ቆርበትን
዗ይኮነስ ብመስመርን ዕሊማን ዜኣምን ከምዜኾነ ይገሌፀልም ኣል፡፡

4 ፇተናታት ህወሓትን መውፅኢ መንገደን

ህወሓት ኣብ ፖሇቲካ ሃገርና ብፌሊይ ዴማ ኣብ ትግራይ ሰሊም፣ ዳሞክራሲን ሌምዒትን


ኣብ ምርግጋፅ ዕውቲን ናይ ህዜቢ ዴጋፌ ዗ሇዋ መዲርግቲ ዗ይብሊ ብሕታዊት ውዴብ እያ
እንትበሃሌ ግን ሐዙውን ፀፌ ጭሌጥ ዜበሇት ኣሰር በሰር ዗ይብሊ ውዴብ እያ ማሇት
ኣይኮነን፡፡ ከምቲ ኣብ እዋን ብረታዊ ቃሌሲ ሐዙውን ኣብ ህንፀት ሌምዒትን
ዳሞክራሲያዊ ስርዒትን ኣብ ሰሊማውን ዳሞክራሲያዊን ቃሌሲ ዗ጋጥሙ ፇተንቲ
ብዯሆታትውን ኣሇዉ፡፡ እሳቶም’ውን ክራይ ኣካብነት፣ ፀገማት ሰናይ ምምሕዲር፣ ፀቢብነት፣
ትምክሕቲ እዮም፡፡ እዝም ፀገማት እዙኦም ኣብ ማንም ስርዒት ዗ጋጥሙን ናይ ህዜቢ
መረረት ብምስዒብ ህዜብን ስርዒትን ክፇሊሉዩን ኢለውን ሃገር ናብ ዴኽነትን
዗ይምርግጋዕን ዗ብፅሑ ሓዯገኛታት ሕማም መንግስታት ወይ ምምሕዲራዊ ስርዒታት
እዮም፡፡ እዝም ፀገማት እዙኦም ኣብ ዜኾነ ስርዒት ዗ጋጥሙን ዜርከቡን እኳ እንተኾኑ ኣብ
዗ይማዕበሊን ኣብ ከይዱ ምዕባሇን ዗ሇዋ ሃገራት ዜረአ ፀገም ግን ኣብ መጠኑን ዒይነቱን
ሰፉሕ እዩ፡፡ እቲ መሰረታዊ ኣፇሊሊይ ኣብ ስሌጣን ዗ል ውዴብ ወይ ገዚኢ ፓርቲ
ዜኽተል ዕሊማን መስመርን ኣንፇት ቃሌሲን ጥራሕ እዩ፡፡

ህወሓት ነዙ ፀገም ካብ ስረመሰረቱ ብዜርዜር ብመፅናዕቲ ብምንፃር መፌትሒኡውን ካብ


ህዜባዊ ውግንና ዜብገስ መፌትሒ ምቕማጣ እዩ፡፡ ኣብ ሃገርና እዝም ክራይ ኣካብነት፣
ፀገማት ሰናይ ምምሕዲር፣ ፀቢብነት፣ ትምክሕቲ፣ ኣኽራርነትን ፀገማት እዙኦም ኣብ ከማና
ዜበለ ሃገራት ብስፌሓት ዜረኣይለ ቀንዱ ምኽንያት እንርከበለ ኢኮኖሚያዊ፣ ማሕበራዊ፣
ፖሇቲካዊ ኩነታት ብሓፇሻ ህሌዊ ሃገራዊ ኩነታት ነዝም ሕመቓት እዙኦም ዜተመቸወ
ብምዃኑ እዙ ምችው ኩነታት እዙ ካብ መሰረቱ ብምቕያር ንሌምዒታዊ ዜምችው ክኸውን
ብምግባር እዩ ሌምዒት ምርግጋፅ ዜከኣ፡፡ እዝም ፀገማት እናሃሇዉ ዜግበር ሌምዒት
ተዒናቒፈ ምውዲቑ ኣይተርፌን ብዜብሌ ሲፉሕ ምንቅስቓስ ተገይሩ እዩ፡፡

ህወሓት ሌክዕ ከምቲ እዋን ብረታዊ ቃሌሲ ዗ጋጥሙ ዜነበሩ ፀገማት ብዜተፇሊሇዩ
መንገዱታት ገምጋም፣ ምፅራይ፣ ዒርሰ ነቐፋታን ነቐፋታን፣ ተሃዴሶታትን ብምስናይ
ን዗ጋጠሙ ፀገማት መፌትሒታት ብምቕማጥ ከም ሓዯ መንጠሪ ብምጥቃም ተዯራራቢ
ዒዎታት ትሓፌስ ዜነበረት፤ ኣብቲ ሰሊማዊን ዳሞክራሲያዊን ቃሌሲ’ውን ብርክት ዜበለ
ፇተናታት እንተጋጥሙ ከምቲ ኣብ እዋን ብረታዊ ቃሌሲ ዜግበር ዜነበረ ብተመሳሳሉ
መንገዱ ብምፌታሕ ከም መንጠሪ እንዲተጠቐመት ዒዎታት ምሕፊሳ ይፌሇጥ፡፡ ልሚውን
ነዝም ስር ዜሰዯደ ሕመቓት ንምቕራፌ ብዕምቆት ናይ ምህዲስ መዴረኻት ብምኽፊት
ሰፉሕ ናይ ምፅራይ ስራሕቲ ይግበር ኣል፡፡ እዙ መዴረኽ እዙ ከም ሌማደ ከም መንጠሪ
ቦርዴ Springboard ብምውሳዴ ንቐፃሉ ጉዕዝና ሰፊሕቲ ዒወታት ከምዜሕፇሰልም ምንም
ጥርጥር የብለን፡፡

እቲ ፀገም ክራይ ኣካብነት ካብ ሊዕሉ ናይ መንግስቲ መሓውር ክሳብ ታሕቲ ዜረኣየለ


ኩነታት ኣል፣ እዙ ፀገም ኣብ መንግስታዊ መሓውር ጥራሕ ዗ይኮነስ ኣብ ናይ መንግስትን
ህዜብን ናይ ሌምዒት ትካሊት፣ ኣብ መሓውራት ሓፊሽ ማሕበራት፣ ኣብ ዗ይመንግስታዊ
ናይ ሌምዒትን ናይ ረዱኤትን ትካሊት፣ ኣብ ናይ ፊይናንስ ትካሊት ወ዗ተ፡፡ እዙ ፀገም
ምህሊው ቀንዱ ምኽንያቱ ህወሓት ትኽተል መስመር ዗ይኮነስ ነባራዊ ኩነታት ሃገርና
ማሇትውን ፖሇቲካዊ፣ ማሕበራዊን ኢኮኖሚያዊን ኩነታት ሃገራና ንክራይ ኣካብነት ዜምቾ
ብምዃኑ እዩ፡፡ ውዴብን መንግስትን ነዙ ንክራይ ኣካብነት ዜምችው ኩነታት ንምፌራስ
ካብ ዜግበሩ ፃዕሪታት ሓዯ ኣብዝም ብመንግስቲ ዜምርሑ ናይ ሌምዒት ትካሊት፣ ብቦርዴ
ዜምርሑ ትካሊትን መንግስታዊ መሓውራትን ናይ ሌምዒትን ረዴኤትን ትካሊት
ብብቑዒትን ፖሇቲካዊ ብስሇት ዗ሇዎም መራሕቲን ክምርሑ ብምግባር እዝም መራሕቲ
ዴማ ቀንዱ ውራዮም ኣብ ዜተመዯቡለ ቦታ ዗ል ንኽራይ ኣካብነት ዜምቹ ኩነታት
ብምፌራስ ንሌምዒታዊ ብዜጥዕም ኩነታት ናይ ምሌዋጥ ጉዲይ ይኸውን፡፡ ይኹን እምበር
ገሇ ሓሇፌቲን ሹመኛታትን ትካሊት ሌምዒትን ሓፊሽ ማሕበራትን ግን፣ ውዴብን
መንግስትን ዜሃቦም ሓሊፌነት ብምርሳዕ ስሌጣን ከም ቀንዱ ናይ ውሌቀ መነባበሪኦምን ናይ
ባዕልም ናይ ስርቂ ሰንሰሇት መፌጠሪ ብምግባር ብናይ ህዜቢን መንግስትን ሃፌቲ
እንተሊግፁ ይረኣዩ፡፡ ብናይ ህዜቢን ሰራሕተኛን መረረትን ገምጋምን ስርዒት ንምትሓዜ
እንትፀዒር ናብ መስመር ንምእታው እንትፌተን፣ ገሉኦም ብዜፇጠርዎ ናይ ክራይ ኣካብነት
ናይ ምጥቕቓም መርበብ ነቲ ርሱን ምንቅስቓስ ማይ እንትብርሑለ ይረኣይ፡፡ ኣብ ክንዱ
ናይ ህዜብን መንግስትን ረብሓ ዜሕሌዉ ንውሌቆምን መሻርኽቶምን ብምውጋን ዋርዴያ
ክራይ ኣከብቲ ኮይኖም ዜርከቡ ከሓዴትን ሕዴሪ ስውኣት ረገፅቲን ኣሇዉ፡፡ እዙኦም ካብ
ናይ ውዴብን መንግስትን ዗ቐመጦ መስመር ዜወፁን ዜበስበሱን እምበር ነቲ ውዴብን
መንግስትን ዜውክለ ኣይኮኑን፡፡ ናይ ህወሓት መስመርን ዕሊማን በዝም ከምዙኦም ዜበለ
ከሓዴትን ስሱዒትን ዜኹሇፌን ዜፌረጅን ኣይኮነን፡፡ ህወሓት ብዯምን ኣዕፅምትን
ዜተሃነፀት ዗መን ተሻጋሪት ውዴብ እያ፡፡ ህወሓት ምስ ህዜቢ ትግራይ ዗ሇዋ ምትእስሳር
ብከምዙኦም ዜበለ ከዲዒት ዗ይብጠስ ብዯምን ኣዕፅምትን ብቃሌኪዲን ዜተኣሳሰረት ውዴብ
እያ፡፡ ህዜቢ ትግራይውን ከምዙ ዒይነት ብሌሽውና ኣብ ኣባሊት እንትርኢ ኣየይ እዙ ናይ
ውዴብና ኣይኮነን ብምባሌ ውዴብን ክራይ ኣከብትን ፇሊሉዩ ይቃሇስ፡፡ እዙ ናይ ጊዛ
ጉዲይ እምበር ውዑለ ሓዱሩ ምፅራዩ ኣይተርፌን ብምባሌ’ውን ኣብ ምፅራይ ውዴቡ
እጃሙ ብምሕያሌ ነዝም ከሓዴቲ ገሉፈ እዩ ዜዴርብዮም፡፡

ውዴብ ዜዕቀን ብውሌቀ ሕማቓት ኣባሊት ወይ ኣመራርሓ ኣይኮነን፣ ውዴብ ዜዕቀን


ብውሌቀ ንጡፊት ኣባሊት ወይ ኣመራርሓ’ውን ኣይኮነን፡፡ ውዴብ ዜዕቀን ብዜሓዝ ዕሊማን
መስመርን ኮይኑ ኣብ ክሉዙ ዕሊማን መስመርን ዗ሰሇፍም ከ ክሳብ ክንዯየናይ ናይ ዕሊማ
ፅንዒትን ህዜባዊ ወገንተኝነትን ኣሇዎም ክሳብ ክንዯየናይ ውፅኢት የመዜግቡ፣ ዗ጋጥሙ
ፀገማት ከ ከመይ ይፇትሑዎ ዜብለ ኣገዯስቲ እዮም፡፡ ኣባሊት ይኹኑ መራሕቲ መሊእኽቲ
ስሇ዗ይኮኑ ከም መጠን ሰብ ዗ይጋገ የሇን፡፡ ግንዴማ ካብ ጌጋ ቀሌጢፈ ምውፃእን
዗ይምውፃእን ወሳኒ ይኸውን፡፡ በዙ ዴማ ውዴብና ሰፉሕ ተሞክሮ ኣሇዋ፡፡ ኣብ ዜሓሇፈ
43 ናይ ቃሌሲ ዒመታት ካብ ዗ጋጥሙ ብዯሆታት ምውፃእ ኣብዩዎም ብዘሓት ውዴባት
ከም዗ይነበሩ ጠፉኦም እንትተርፈ፣ ገሇ ውዴባት ዴማ ኩነታቶም ምንባብ ኣብዩዎም ካብ
ፀገሞም ትምህርቲ ምውሳዴ ተሳኢኑዎም ህዜቦምን ሃገሮምን ናብ ዒ዗ቕቲ እንትኣትዉ
ንርኢ ኣሇና፡፡ ህወሓት ግን በዙ ትሕመ ውዴብ ኣይኮነትን፡፡ ኣብ ዕዴሜኣ ብዘሓት
ፇተንቲ ፀገማትን ንህሌውናኣ ናብ ሓዯጋ ዗እቱን ንህዜቢ ናብ ዒ዗ቕቲ ዜዲርግ 3 ከበዴቲ
ናይ ምብስባስ ሓዯጋ ገጢሙዋ ብንጡፌ ናይ ኣባሌን ህዜብን ተሳትፍ ብብቕዒት
ብምስጋር ናብ ሓደሽ ምዕራፌ ኣሰጋጊሮምዋ እዮም፡፡ ነዙ እዩ ህወሓት ከም ማንም
ፖሇቲካዊ ውዴብ ዗ይኮነትስ ካብ ህዜቢ ዜወፀት፣ ምስ ህዜቢ ትነብር፣ ንህዜቢ ትሰርሕን
ምእንተ ህዜቢ መስዋእቲ ትኸፌሌን፣ ፀገም እንተጋጥማውን ናብ ህዜቢ ቀሪባ ምኽሪን
መወጻፅኢ መንገዱ እትሓትትን ብሕታዊት ትግራወይቲ ውዴብ እያ፡፡

ኣብ ህወሓት መዲርግቲ ዗ይብልም ብለፃት ውሌቀ ኣመራርሓን ኣባሊትን ከም዗ሇዉ፣


መዲርግቲ ዗ይብልም ሕማቓትን ክራይ ኣከብትን ውሌቀ ሰባት ክህሌዉ ባህርያዊ እዩ፡፡
ግን ዴማ ሃሇዋት ውዴብ ዜውሰን በዝም ክሌተ ጫፊት ዗ይኮነስ ብዜሓ዗ቶ ህዜባዊ ዕሊማን
መስመርን ከምኡውን ኣብ ክሉ እዙ ዜተሰሇፇ ግንባር ቀዯም ኣባሌን ህዜብን እዩ፡፡ በዙ
ኣንፃር እንትረአ ህወሓት ኢህወዳግ ዜሓ዗ቶ ዕሊማ እንትረአ ምዕብሌትን ብሌፅግትን
ትግራይ ንምህናፅ ኣብ ዒሇምና ተወዲዲራይ ብምዃን ሃፌቲ ዜጥረየለ ስርዒት (Capitalism)
ምህናፅ ኮይኑ ኣብቲ ሃብቲ ምጥራይ እውን ህዜቢ ብቐጥታ ተሳታፉ ዜኾነለን ከም
ተሳትፍኡ ዴማ ተረባሒ ምግባር እዩ፡፡ ሃገርና ዋሊውን ክሌሌና ኣብ ኩፈእ ዴኽነት ምስ
ምንባረን ተተሓሒዘ ብዒሇም ዯረጃ ተወዲዯርቲ ንከይንኸውን ቆሪኖም ዜሓዘና ዴሕረት፣
ዴኽነት፣ ዴንቁርና፣ ዴሑር ባህሉ፣ ሕፅረት መሰረተ ሌምዒት ወ዗ተ ፀገማት ኣሇዉ፡፡ ዜኾነ
ሃገር ንመጀመሪያ ጊዛ ካፒታሉዜም ንምህናፅ እንትብገስ እዝም ፀገማት ከጓንፌዎ ባህርያዊ
እዩ፡፡ ዋሊ እተን ዜማዕበሊ ዜባሃሊ ናይ ምዕራባውያን ሃገራት እዝም ፀገማት እዙኦም
ብምፌታሕ ኣብዙ ሐዙ ዗ሇዉዎ ብርኪ ዕብየት ንምብፃሕ ዜወሰዯልም ጊ዗ እንትንርኢ
ሌዕሉ 200 ዒመታት እዩ፡፡ እሱዉን ከምዘ ልሚ ዒሇምና ዜሰሌጠነለ እዋን ዗ይኮነስ
ብሓይሉን ኢሰብኣዊ ብዜኾነ መንገዱ ካብ ዗ይማዕበሊ ሃገራት ሃፌትን ጉሌበትን (ብመሌክዕ
ባርያ) ብምዜራፌ ሃፌቲ ብምውህሊሌ ነይሩ ኣብዙ ክበፅሑ ዜኸኣለ፡፡ ሐዙ በቲ ናታቶም
መንገዱ ሉበራሉዜም (Liberalism) ንኺዴ እንተኢሌና ምስቲ ሐዙ ዗ል ኩነታት
ግልባሊይዛሽን (ገሉኡ ሰፉሕ ናይ ምውዴዲር ዒቕሚ ዗ጥረየለ፣ ገሉኡ ዴማ ይትረፌ ናይ
ምውዴዲር ዒቕሚ ክህሌዎ ካብ ረዴኤትን ሌቓሕን ወፃእ ምንባር ዜፅገመለ ኩነታት)
ሰሊማዊ መንገዱ እንተኾይኑውን ሌዕሉ ዕፅፉ (ሌዕሉ 400 ዒመት) እሱኳ እንተሰሉጡና
እዩ፡፡ ግን ዴማ ምስቲ ሐዙ ጊ዗ ዗ይህብ ተባራዑ ሕቶ፤ ብመንገዱ ምስሊይ ንኺዴ
እንተኢሌና ሃገር ምርግጋዕ ኣብዩና ነኒባዕሌና ክንባሊዕ’ምበር 400 ዒመት ዗ፅንሕ ዕዴሌ
የሇን፡፡ ካብዙ መበገሲ እዙ ብምብጋስ ህወሓት ዜሓ዗ቶ መስመር እዝም ኣብሊዕሉ
ዜረኣናዮም ፀገማት ጊዛ ዗ይህቡ ብምዃኖም ብናይ ሉበራሉዜም መንገዱ በዒሌሃፌቲ
ከማሌአሌና እንተይተፀበና፣ ንባዒሌ-ሃፌቲ እንተይኣዏንቀፌና እኳዯኣስ እናዯገፌና፣
መንግስቲ’ውን ብስፌሓት ኣብ ዜተነረፀ ጎድልታት ጣሌቃ እናኣተወ እንተሰሉጡና ካብ 40
ክሳብ 50 ዒመት ኣብ ዗ል እዋን ምዕብሌትን ብሌፅግትን ትግራይ ክንፇጥር ዜብሌ ዕሊማን
መስመርን ብምሓዜ እያ ዚጊዴ 16 ስለጥ፣ ቀፃሌነት ዗ሇዎን ፌትሓዊን ሌምዒት ምርግጋፅ
ዜኸኣሇት፡፡
ኣብ ሃገርና 62 ብሕጋዊ መንገዱ ተመዜጊቦም ዜንቀሳቐሱ ፖሇቲካዊ ፓርቲታት ዗ሇዉ እኳ
እንተኾኑ እቶም ተቋወምቲ ዜበሃለ ኩልም ህዜቢትግራይ ዋጋ ከፉለ ዗ረጋገፆም ናይ
ዳሞክራሲ መሰሊት (መሰሌ ብሄር ብሄረሰባት) ንምሽርራፌን ኢልምውን ንምግሃስ፣ ብናይ
ህዜቢ ይሁንታ ዗ፅዯቆ ሕገመንግስቲ ንምጥሓስን ቀዱዴካ ንምዴብራይን፣ ብኢኮኖሚ
መዲያት ዴማ ናይ መንግስቲ ኢዴ ኣሲርካ ሒዜካ ኩለ ብበዒሌ ሃፌቲ ብናፃ ዕዲጋ ናይ
መንግስቲ ተራ ዗ይብለ ሌምዒት እዩ ክኸውን ዗ሇዎ ይብለ፡፡ እዙ ማሇት ዴማ መንገዱ
ኤሉ ወይከዒ ምስሊይ እዩ፡፡ ነዙ እዮ እዝም ውዴባት እዙኦም ዕሊምኦም ስሌጣን ሒዜካ
ኮብራሪን ንውሌቀ መጥቀሚን እምበር ናይ ህዜቢ ፀገም ፀገምካ ገይርካ፣ ዴሕረትን
ዴኽነትን ኣምሪርካ ብምፅሊእ መጥፌኢኦም ስለጥን ሓፂርን መንገዱ ነፂርካ፣ እቲ መዴረኽ
ዜሓቶ መስዋእቲ ንምኽፊሌ ዴሌው ኮይንካ ምርካብ ፌፁም የብልምን ዜበሃሌ፡፡ እዙ’ውን
ህዜቢ ኣፀቢቑ ይፇሌጦ፡፡

ህወሓት ዜሓ዗ቶ ዕሊማ እንትረአ ግን፤ ናይ ሓፂር እዋን ወይ ናይ ሓዯ ወሇድ ዕሊማ


዗ይኮነ፣ ብሓዯ ወይ ብውሱናት ብቑዕን ብሱሌን ኣመራርሓ ጥራሕ ዜዕወት/ዜውሰን ዗ይኮነ፣
ብሓዯ ወይ ብውስናት ክራይ ኣከብቲ ኣመራርሓ ዜተዒናቐፌ’ውን ኣይኮነን፡፡ ዕሊማን
መስመርን ህወሓት ዗መን ተሻጋሪ፣ ሌዕሉ 750 ሽሕ ግንባር ቀዯም ኣባሊት ዜሓቖፇ፣ መሊእ
ህዜቢ ትግራይ ዗ሰሇፇን ተጠቃሚ ዜገበረን እዩ፡፡ ናይዝም ውሌቀ ወይ ውሑዲት ክሌተ
ጫፌ ዜርከቡ ኣመራርሓ ነዙ ዕሊማ ኣብ ምቅሌጣፌን ኣብ ምትእጉጓሌን ተራ የብልምን
እኳ እንተ዗ይተብሃሇ ግን ዴማ ወሰንቲ ኣይኮኑን፡፡ ናይ ህወሓት መፃኢ ዕዴሌ ዜውስን
እቲ ግንባር ቀዯም ዜኾነ 750 ሽሕ ኣባሌን ህዜቢትግራይን እዮም፡፡ ህወሓት ከምተን ኣብ
ሃገርና ንሪኤን ዗ሇና ዜተጣየሻ ወይ ክጣየሻ ዜሕሰባ ዗ሇዋ ውዴባት ዗ይኮነትስ ብዯምን
ኣዕፅምትን ሰማእታት ዜተሃነፀት ውዴብ፣ ካብቲ ዜሓሇፇ ሚሉንየም ዜነበረ ወሇድ
ብቃሌኪዲን ብሓዯራ ነዙ ኣብዘ ሓዴሽ ሚሉንየም ዜርከብ ወሇድ ዜተረከበትን
ንቕዴሚት’ውን ብናይ ወሇድ ቅብብሌ ትቕፅሌ’ምበር ብናይ ሓዯ ወሇድ ዕዴመ ትውሰን
ውዴብ ኣይኮነትን፡፡
5 ፖሇቲካ ሃገርና

5.1 ንሃገርና ወያናይ ዳሞክራሲ/ሌምዒታዊ ዳሞክራሲ ድ ሉበራሉዜም?

ኣብዙ ዗ሇናለ ኩነታት ስለጥ፣ ፌትሓዊን፣ ዗ሊቒን ሌምዒት ምርግጋፅ ዜከኣሌ ብሕታዊ
መንገዱ መንገዱ ሌምዒታዊ ዳሞክራሲያዊ ጥራሕ እያ፡፡ እዙ መንገዱ ዜመርፅ ከዒ ነቲ
ሕገመንግስትና ብሌቢ ኣሚኑ ተቐቢለን ምእንትኡ መስዋእቲ ንምኽፊሌ ዜተዲሇወን
ጥራሕ እዩ፡፡ እዙኣ ዜገብር ዴማ ወያናይ ዳሞክራሲ ሓይሉ ጥራሕ እዩ፡፡ ስሇዙ ወያናይ
ዳሞክራሲያዊ ሓይሉ እንተኾይኑ ብሄሩ ብ዗የገዴስ ኣብ ኢትዮጵያ ስለጥ፣ ፌትሓዊን፣
዗ሊቒን ሌምዒት ምርግጋፅ ይኽእሌ፤ ካሉእ ኩለ መንገዱ መንገዱ ክራይ ኣካብነት፣ መንገዱ
ጥፌኣትን ዕንወትን እዩ፡፡

ናይ ኣፇፃፅማ ፀገማት፣ ናይ ክራይ ኣካብነት ፀገማት፣ ናይ ሰናይ ምምሕዲር ፀገማት ኣብ


ህንፀት ርእሰማሊዊ ስርዒት ኩለ ጊዛ ከጋጥም ባህርያዊ እዩ፡፡ ኮይኑ ግና ወያናይ
ዳሞክራሲ ወይ ከዒ ሌምዒታዊ ዳሞክራሲ እዙ ከም዗ጋጥም ብምፌሊጥ መፌትሒ ኣቐሚጡ
ዜጓዒዜ ብሕታዊ ስርዒት እዩ፡፡ ምኽንያቱ ነዝም ሕመቓት ዜተመቸወ ባይታ እሾኽ
ክንገብሮ ኣሇና ኢለ ስሇ ዜብገስ (ንሌምዒታዊ ዜምቾ ባይታ ምግባር ማሇት ንኽራይ ኣካቢ
዗ይምቾ እሾኽ ምግባር ማሇት ስሇዜኾነ)፡፡ እዙኣ ከዒ ብሰፉሕን ዜተመረፀን ኩሇመዲያዊ
ናይ መንግስቲ ጣሌቃ ኣታውነት ጥራሕ እያ ኣብዜሓፀረ እዋን ክትፌፀም ትኽእሌ፡፡
ብመንገዱ ሉበራሉዜም ንኺዴ እንተኢሌና ሌምዒት ምርግጋፅ ንበዒሌ ሃፌቲ ጥራሕ ገዱፌና
ናይ ህዜብና ሕቶታት ሌምዒት ብዜተቐሊጠፇ ከማሌኦ እዩ ኢሌካ ምፅባይ ሕሌሚ ወይ
ዴላት ጥራሕ እዩ ዜኸውን፡፡ ምኽንያቱ ኣብ ዒሇምና’ውን ብበዒሌ ሃፌቲ ጥራሕ ዜተረጋገፀ
ሌምዒት ወይ ቅሌጡፌ ዕብየት ወይከ የሇን፡፡ እዙኣ ዴማ ዜተምሃረ፣ ዗ይተምሃረ ብሓፇሻ
ኩለ ህዜቢ ይፇሌጣ፡፡ ሐዙ ዗ል ጠሇብ ህዜቢ መንግስቲ ካብቲ ዜኒሀ ምንቅስቓስ ንሊዕሉ
ፌጠን፣ ካብቲ ዜኒሄ ጣሌቃ ምእታው ንሊዕሉ ጣሌቃ እተው፣ ዴላትና ተረዲእ፣ ኣይትፊ዗ዜ፣
ፀገማት ህዜቢ ፌታሕ እዩ ዜበሃሌ ዗ል’ምበር መንግስቲ ኢዴካ ኣክብ፣ ንበዒሌ ሃፌቲ
ምንቅስቓስ ኣቢኻዮ ኣይኮነን ዜበሃሌ ዗ል፡፡

ነዙ እዩ ዴማ ሉበራሉዜም ኢና ንኽተሌ ዜብሌ ማንም ሓይሉ (ናይ ሃገርና ተቋወምቲ


ሓይሉታት ኩልም) ነዙ ናይ ህዜቢ ሕቶ ናይ ምምሊስ ዒቕሚ፣ ብቕዒትን መስመርን
የብልምን፤ የብልምን ጥራሕ ዗ይኮነስ ነቲ ፀገም ዗ጋዴዴ ዕሊማን መስመርን እዩ ዗ሇዎም
ዜበሃሌ፡፡ ምኽንያቱ ሉበራሉዜም ማሇት መንግስቲ ሕጊ ምኽባር እምበር ናይ ህዜቢን
ሃገርን ናይ ሌምዒት ሕቶ ክምሌስ ኣይኽእሌን፣ ሉበራሉዜም ሕቶ ሌምዒት ዜምሇስ ብበዒሌ
ሃፌቲ እዩ ስሇዜብሌ፣ በዒሌሃፌቲ ናይ ሃገርና ዴማ ገና ናይ ምውዴዲር ዒቕሚ ስሇ዗የጥረየ
ነዙ ሕቶ ሌምዒት ህዜቢ ክምሌስ ገና ዕሸሌ እዩ፤ ናይ ወፃእ በዒሌሃፌቲ ብ዗ይገዯብ ክኣቱ
ምግባር ዴማ ብሓይሉ ክገዜእዋ ዗ይከኣለ ሃገርና፣ ቀስ ብቐስ ብገን዗ብ ሓይሉ ንክገዜኡዋ
ኣሕሉፌካ ምርካብ ማሇት እዩ፡፡

ካብዙ ንሊዕሉ ውርዯት እንታይ ኣል?

ሌምዒታዊ ዳሞክራሲ ግን መንግስቲ ብስፌሓት ኣብ ዜተመረፀ ጣሌቃ ክኣቱ ኣሇዎ


እንትብሌ ናይ ዛጋና ናይ ህዜብና ናይ ምውዴዲር ዒቕሚ ብምፌጣር ብዜተፇጠረ ዒቕሚ
መጠን በሪኻ እናኸፇትካ ምኻዴ ዜብሌ ኮይኑ ነዙ መስመር ዜጨበጠ ዴማ ኣብ ሃገርና
ብሕታዊ ሓይሉ ወያናይ ዳሞክራሲ ወይከዒ ሌምዒታዊ ዳሞክራሲ ሓይሉ ጥራሕ እዩ፡፡

5.2 ኣብ ፖሇቲካ ሃገርና ዗ል ዯንበ

ሃገርና ጀሚራቶ ዗ሊ ጉዕዝ ህዲሰ ንምቕፃሌን ኣብ ዗ሇናዮ መዴረኽ ተሃዴሶ ትኽክሇኛ


መርገፂ ንምሓዜን ኣብ ሃገርና ዗ል ፖሇቲካሌ ኢኮኖሚ ኩነታትን ዗ል ናይ ሓይሉ
ኣሰሊሌፊን ጠንቂቕካ ምርዲእ ኣገዲሲ እዩ፡፡ ኣብ ሃገርና ዗ሇዉ ተቋወምቲ ውዴባት ይኹኑ
ገዚኢ ፓርትን ኣጋራቱን ኩልም ኣብ ሃገርና ዜግበር ህንፀት ዜማዕበሇ ናይ ካፒታሉስት
ስርዒት ኣፇሊሊይ የብልምን፡፡ እቲ ቀንዱ ኣፇሊሊይ ስለጥ፣ ቀፃሌነት ዗ሇዎን ፌትሓዊን
ህንፀት ናይ ካፒታሉስት ስርዒት ከመይ ነረጋግፅ እዩ፡፡

ናይ ሃገርና ፖሇቲካዊ ሓይሉታት (ብሕጋዊ መንገዱ ተመዜጊቦም ዜንቀሳቐሱ ዗ሇዉ 62


ውዴባት) ኩልም ኣብ ክሌተ ዯንበ ከፉሌካ ዜረኣዩ እዮም፡፡ እቶም ሓዯ ክፊሌ ሌምዒታዊ
ዳሞክራሲ ወይ ከዒ ወያናይ ዳሞክራሲ ኣረኣእያ ዜኽተለ ኮይኖም ብዋናነት እቶም 4
ናይ ኢህወዳግ ውዴባት ኮይኖም ግን ዴማ ነዙ ኣረኣእያ ገና ዗ይወነኑ ግን ዴማ ዜዴግፈ
ኣጋር ውዴባትውን (ናይ ዒፊር፣ ናይ ሰሶማላ፣ ናይ ጋንቤሊን ናይ ቤንሻንጉሌ ጉምዜ፣
ገዚእቲ ፓርቲታት) ኣብ ከይዱ በዙ ኣተሓሳስባ ክሕቆፈ ዜኽእለ እዮም ኢሌካ ክውሰዴ
ይከኣሌ፡፡ እቲ ካሌኣይ ክፊሌ ዴማ እቶም ዜተረፈ ተቋወምቲ ውዴባት ኩልም ኮይኖም
ኣብ ክሉ ናይ ሉበራሉዜም ኣረኣእያ ዜሕቆፈ እዮም፡፡ እዝም ክሌተ ኣረኣእያታት እዙኦም
ኣብ ናይ ሃገርና ፖሇቲካ ኮንቲኒየም/Continuum ክሌተ ጫፊት እዮም ኢሌካ ይውሰዴ፡፡
ከምዙ ዒይነት ተቓረንቲ ኣረኣእያታት ዗ሇዋ ሃገር ማሇት ከምቲ ናይ ገመዴ ጉተታ እቲ
ሓዯ ንሰሜን እቲ ሓዯ ንዯቡብ ዜዋጠጡ ዕሊማን መስመርን ዜሓዘ ሓይሉታት ኣብ
ዜንቀሳቐሱለ ዳሞክራሲያዊ ስርዒት ተመጣጣኒ ሓይሉ እንትህሌዎም ንዒዱ ሰሊም፣
ምርግጋዕን ሌምዒትን ረብሓ የብለን፡፡ ኣብ ከምዙ ዜበሇ ሃገር ኣውራ ፓርቲ እንትህለ
ጥራሕ እዩ ሰሊምን ምርግጋዕን ሓሉዩ ዜኸይዴ፡፡ ኣብ ከይዱ ዴማ ብሄራዊ ምርዴዲእ
እናተፇጠረ እንትኸዴ ናብ ተተኻኻኢ ፓርቲ ምስግጋር ይመፅእ ውሕስና ናይ ስርዒት
ዴማ ብኡ ኣቢለ ኣብ዗ይንቕነቐለ ብርኪ ይበፅሕ፡፡

ናይ዗ን ዜተረጋገዒን ኣዙየን ዜዒበያን ሃገራት ኩነታት እንትንርኢ ነዙ ንብል ዗ሇና ሓቂ


዗ረጋግፅ እዩ፡፡ ኣብ ኣሜሪካ ይኹን ኣብ ኣውሮፓ ዗ሇዋ ዜሇምዒን ዳሞክራሲያዊን ዜበሃሊ
ሃገራት እንተሪኢና፣ መብዚሕተን ኣብ ነዊሕ ዳሞክራሲያዊ ጉዕዝ ኣብ ብርኪ ተተኻኻኢ
ፓርቲ ዜበፅሓ ኮይነን ሓዯ ጊዛ ሓዯ ፓርቲ እንትስዕር ኣብ ካሌኣይ ወይ ኣብ ሳሌሳይ
መረፃ ዴማ እቲ ካሉእ ፓርቲ እንትስዕር ኢና ንርኢ ዗ሇና፡፡ ኣብዘ መረፃታት እዙ ሃገርን
ስርዒትን እንተናግዕ ኣይረአን እኳዯኣስ ኣብ እዋን መረፃ ዜመፀ ፓርቲ ይምፃእ እቲ
ሰራሕተኛ፣ ህዜቢ ተረጋጊዐን ስሩዕ ስራሑ ዜሰርሐለን ምንም መሰረታዊ ሇውጢ
዗ይረኣየለን ኩነታት እዩ፡፡ እዙ ዜኾነለ ምኽንያት ኣብተን ሃገራት ብሄራዊ ምርዴዲእ
ዜተበፅሐ ብምዃኑ እቶም ናይ ህዜቢ ዴጋፌ ዗ሇዎም ዒበይቲ ዜባሃለ ፖሇቲካዊ ውዴባት
ኩልም፡-

· ኣብ ክሉ ሓዯ ኣተሓሳስባ ወይከዒ ናይ ሉበራሉዜም ኣተሓሳስባ ዜቕበለ ብምዃኖም፣

· ነቲ ሕገመንግስቲ ሃገሮም ቀንዱ ናይ ህሌውናኦም ጉዲይ ገይሮም ዜወስደ ብምዃኖም፣

· ሰሊምን ምርግጋዕን ንዴርዴር ዗ይህቡን ኣብዙ’ውን ብ዗ይኣፇሊሊይ ብሓባር ዜቖሙ


ብምዃኖም፣

· ኣብ ናይ ሰብኣዊን ዳሞክራሲያዊን መሰሊት ምርግጋፅ ምንም ኣፊሊሊይ ዗ይብልም


ብምኳኖም፣
· ኣብ ናይ ሃገሮም ጉዲያት (ኣብ ሃገራዊ ናይ ናፅነት በዒሊት፣ ኣብ ሰንዯቕ-ዒሊማ፣ ኣብ
ብሄራዊ መዜሙራት፣ ወ዗ተ) እንትመፅእ ኩልም ከምሓዯ ፓርቲ ጠጠው ዜብለ ብምኳኖም
እዩ፡፡

እዙ እንትበሃሌ ኣብ዗ን ዜማዕበሇ ዳሞክራሲ ዜሃነፃ ሃገራት ካብዝም ዒበይቲ ፓርትታት


ወፃእ ካሌኦት ዜተፇሇየ ተቓራኒ ሓሳብ ወይ ኣረኣእያ ዗ሇዎም ውዲበታት የሇዉን ማሇት
ኣይኮነን፡፡ ኣሇዉ‘ምበር፡፡ ንኣብነት ብዒሇም ዜተወገ዗ን ዜተፇንፇነን ናይ ጀርመን ናዙ፣
ልሚውን ኣፌቀርቲን ተኸተሌቲን ኢና በሃሌቲ በቲ ዜተፇጠረልም ዳሞክራሲያዊ ስርዒት
ተጠቒሞም ዲግም ፊሽስታዊ ስርዒት ንምምፃእ ዜፌትኑ ኣሇዉ፣ ይኹን እምበር እዙኣቶም
ኣብዙ እተዉ ዜበሃለ ኣይኮኑን፡፡ እንትርፉ ዜተወሰኑ ኣኽረርቲ ወይ ኣጥበቕቲ ውሌቀ
ሰባት ካሉእ ብዘሕ ናይ ህዜቢ ዴጋፌ የብልምን፡፡ ስሇዜኾነ ዴማ ጫፌ ዜኸደ ፅንፇኛታት
(ዜተፇሇየን ተቓራኒን ኣረኣእያን ዕሊማን ዗ሇዎም) ውዲበታት እንተሃሇዉ’ውን ብዘሕ ናይ
ህዜቢ ዴጋፌ ስሇ዗ይብልም ኣብ መብዚሕተን ዜማዕበሊ ሃገራት እንኮሊይ ጀርመን (መበቆሌ
ናዙ) ምርጫ ኣብ ዜመፀ ቁፅሪ ምንም ስግኣት ዗ይብለ ዜተረጋገዏ ዳሞክራሲያዊ ስርዒት
ወኒነን ይርከባ፡፡

ናይ ሃገርና ኩነታት ከ እንታይ ይመስሌ?

ናትና ኩነታት በዙ መሇክዑ እንትንርኢ ብቐጥታ ተቓራኒ እዩ፡፡ ናትና ተቋወምቲ


ውዴባትን ገዚኢ ፓርትን እንትንርኢ ከም ተቋወምቲ ዗ይኮኑ ዜረኣኣዩ ከም ፀሊእቲ
እዮም፡፡ እዙ ዜኾነለ ምኽንያት ዴማ

· ተቋወምቲ ውዴባት ስሌጣን እንዴሕር ሒዜና ሕገመንግስቲ ቀዲዱዴና ብምዴርባይ


ብኻሉእ ክንትክኦ ኢና ዜብለ ብምኳኖም፣

· ኣብ ሰሊምን ምርግጋዕን ፅኑዕ ቅዋም ዗ይብልም ምዃን፣ ምኽንያቱ እንተተኻኢለ


ብመረፃ ስሌጣን ምሓዜ እንተ዗ይተኻኢለ ብቀሇም ወያነ ብዕግርግር ስሌጣን ንሕዜ ዜብለ
ብምዃኖም፣

· ኣብ ናይ ሃገር ኩነታት ሓዯ ዒይነት መርገፂ ዗ይብልም፣ ንዏኦም ዜዴግፌ ናይ ዯገ


ሓይሉ እንተጋጥሞም ክሳብ ናይ ሃገሮም ረብሓ ኣሕሉፍም ዜህቡ ብምዃኖም (ንኣብነት
ኣብ ናይ ህዲሰ ግዴብን ኣብ ናይ ሱማሉያ ኣሌሸባብ ጉዲይን ዜነበሮም መርገፂ እንትንርኢ
ነዙ ሓቂ ቁሌጭ ኣቢለ የሪኤና)፣

· ኣብ ናይ ዳሞክራሲ ኩነታት መሰረታዊ ኣፊሊሊይ ዗ሇዎም ብምኳኖም (ንኣብነት ኣብ


መሰሌ ብሄር ብሄረሰባትን ህዜብታትን)፣

· ኣብ ሃገራዊ ጉዲያት ምርዴዲእ ዗የሇ ምዃን፣ ንኣብነት፡-

 ነዝም ሐዙ ተረጋጊፆም ዗ሇዉ ናይ ሰብኣዊን ዳሞክራሲያዊን መሰሊት ዒፉኑ


ኣረመኔያዊ ተግባራት ኣብ ህዜቢ ዜፌፅም ዜነበረ ስርዒት ዯርጊ ዜተዯምሰሰሊ ዕሇት
ጉንበት 20 መሊእ ህዜቢ ኢትዮጵያ እንተኽብራ እዝም ናይ ዒዴና ተቋወምቲ ዯርጊ
ኮይኖም ኣኹሪፍም ይውዕሉ፣
 ናይ ብሄር ብሄረሰባትን ህዜብታትን ማዕርነት ዜተረጋገፀለ ኣርማ ዗ሇዋ ሰንዯቕ-
ዒሊማና የናሽዉዋን ክብሪ የስኡኑዋ፣
 ኣብ ብሄራዊ መዜሙራትና እንትዜመር የባጭዉ፣ ወ዗ተ ብምዃኑ ኣብዝም ሃገራዊ
ጉዲያትን መግሇፂ መንነትን መብዚሕቶም ናይ ሃገርና ተቋወምቲ ውዴባት ካብ
ፀሊኢ ካብ ሻዕብያ ተፇሉዮም ኣይራኣዩን፡፡

ብጠቕሊሊ ናይ ዒዴና ፖሇቲካ እቲ ሓዯ ዯንበ (ወያናይ ዳሞክራሲ) ንምብራቕ እንትጎትት


እቲ ካሌኣይ ዯንበ (ሉበራሉዜም ወይ ዯንበ ተቋወምቲ) ዴማ ንምዕራብ ዜጎትት ናይ ዛሮ
ዴምር ፖሇቲካ ጨዋታ እዩ፡፡ ናይ ዛሮ ዴምር ጨዋታ ዴማ ሃገር ይጎዴእ፣ ህዜቢ ይበርስ፣
዗ሌኣሇም ኣብ ዴሕረትን ዴኽነትን ዕግርግርን ይንበር ማሇት እዩ፡፡ እቲ ፅቡቕነት ግን
ነዝም ሓይሉታት እዙኦም እቲ ህዜቢ ቀሌጢፈ ዜፇሇጦምን ዜተረዯኦምን ብምዃኑ ብናይ
መረፃ ካርደ ካብ እዋን ናብ እዋን ዴምፂ እናነፇጎም/ማርጅናሊይዜ (Marginalized)
ምግባሩ እዩ፡፡ እዙ ዗ሪኤና ዕሊማን መስመርን ህወሓት/ኢህወዳግ ክሳብ ክንዯየናይ ናብ
ህዜቢ ሰሪፁ ዜኣተወን ተረባሒ ምግባር ምጅማሩን እዩ፡፡

እዙ እንትበሃሌ ግን በቃ ናይ ህወሓት ኢህወዳግ መስመር ብህዜቢ ተቐባሌነት ስሇዜረኸበ


ተረጋጊዕካ ሃርስ ማሇት ኣይኮነን፡፡ ብህዜቢ ተቐባሌነት ዗ሇዎ መስመር ምውናን ሓዯ
ዒብዪ ነገር እኳ እንተኾነ፣ በይኑ ግና እኹሌ ኣይኮነን፡፡ ተግባራዊ ምግባርን በቢጊዙኡ
ኩነታትን ጠሇባትን ህዜቢ እናተኸታተሌካ ፌታሕ ምሃብን መስመራትካ ምዕሟቕን
ምፅፊፌን፣ ብሓፂሩ ዕረፌቲ ዗ይብለ ስራሕ ይሓትት፣ እዙውን እዩ እቲ መዴረኽ ዜጠሌቦ
መስዋእቲ ዜበሃሌ፡፡ ኣስተሪሕና ወይ ተረጋጊዕና ዜሓዯርናሊ ዕሇት ማሇት ብኣ መጠን
ፀገም ተፇጢሩ ማሇት እዩ፡፡ ስሇዙ ቅሌጡፌ፣ ቀፃሌነት ዗ሇዎን ፌትሓዊን ሌምዒት ክቕፅሌ
እንተተዯሌዩ ዴቃስ ዗ይብለ ኣመራርሓ ይጠሌብ፣ ዴቃስ ዜስእን ኣባሌ ውዴብ ይጠሌብ፣
ብዜተረጋገፁ ዒዎታት ዗ይዒግብ ቀፀሌቲ ናይ ሌምዒት ሕቶታት ብምቕራብ ዴቃስ ዗ስእን
ህዜቢ ክፌጠር የዴሉ፡፡

እሞ ዴቃስ ዗ስእን ህዜቢ ተፇጢሩ ድ?

ኣብዘ ሐዙ እዋን ነቲ ሌምዒት ንክቕፅሌ ካብቲ እንፅበዮ ንሊዕሉ፣ ህዜቢ ክንቕንቐናን


ከበራብረናን ጀሚሩ ኣል፡፡ ብኢኮኖሚያዊ ሌምዒት መዲዩ ሓያል ሕቶታት መሰረተ
ሌምዒት ይውሕጅ ኣል፤ ህዜቢ ንመሰረተ ሌምዒት ተኸቲለ ዯቀቕትን ኣናእሽተን ናይ
ንግዱ ምንቅስቓስ ይገብር ኣል ነዙ ሲዑቡ ከበዴቲ ሕቶታት ሓይሉ መብራህትን ስለጥ
መንግስታዊ ግሌጋልትን ይሓትት ኣል፡፡ ብማሕበራዊ ሌምዒት መዲዩ ንኢኮኖሚያዊ
ሌምዒት ተኸቲለ ማሕበራዊ ጠሇባት ከም ትምህርቲ ጥዕና ግሌጋልታት ይሓትት፣ ምስ
መንግስቲ ብሌፌንቲ ይሃንፅ፤ ነዙ ተኸቲለ ሰፉሕ ናይ ስራሕ ዕዴሌ ሕቶ ክሳብ ናብ
ገሌጠምጠም ዗እቱ ይውሕጅ ኣል፡፡ ብሓፂሩ ዴቃስ ዗ስእን ህዜቢ ተፇጢሩ ኣል፡፡ እዙ
ዒብዪ ዒዎት ናይ ወያናይ ዳሞክራሲ ወይከዒ ሌምዒታዊ ዳሞክራሲ እዩ ኢሌካ ዜውሰዴ
እዩ፡፡

ዴቃስ ዜሰኣነ ኣመራርሓን ኣባሌን ከ ተፇጢሩ ድ?

በቲ ካሉእ መዲዩ እዙ ዒብዪ ዒዎት መስመርና ዴማ ስቕ ኢለ ብናይ ህዜቢ ምንቅስቓስ


ጥራሕ ዜመፀ እዩ ክበሃሌ ኣይኽእሌን፡፡ ኣብ ዴሕሪ ሕዴሕዴ ዒዎት ቁሌፉ ተራ/ግዯ
ኣመራርሓ ኣሇዋ፡፡ ከም ትግራይ/ህወሓት ሌዕሉ 750 ሽሕ ግንባር ቀዯም ኣባሌ ምውናን
ማሇት ኣብ ሕዴሕዴ ናይ ሌምዒት ምንቅስቓስ ብኣመራርሓን ብሞዳሌነትን ሰፉሕ
ተሳትፍ ኣል ማሇት እዩ፡፡ ስሇዙ ዴቃስ ዜሰኣነ ኣመራርሓ ’ውን ተፇጢሩ ኣል ኢሌካ
ዜውሰዴ እዩ፡፡ ይኹን’ምበር ዴቃስ ዜሰኣነ ኣመራርሓን ኣባሌን እንተሃሇወ’ኳ፣ ሃካይን
ቀሌጢፈ ዜዒግብን ኣመራርሓን ኣባሌን‘ውን ግን ይበራኸት ኣል፣ ካባይ ንሊዕሉ ኣስተዋፅኦ
ዜገበረ የሇን ምባሌ ዜጀመረ ኣል፣ ብ዗ይ ናተይ ኣስተዋፅኦ ፌሒት ምባሌ ኣይከኣሌን
ናምባሌ ዜኣቱ ኣመራርሓ ይረአ ኣል፣ ገሉኡ ሊዕሇዋይ ኣመራርሓ እታ ትካሌ ብ዗ይንሱ
ትፇርስን ጠጠው ኢሊ ዗ይትኸዴን ናይ ሓዯሰብ ዕዴመ ዗ሇዋ ዒይነት ኣተሓሳስባ ይገብራ
ኣል፡፡ ገሉኡውን ነዙ ቅቡሌ ብምግባር እቲ ናይ ውዴብን መስመርን ሓያሌነትን ዒዎትን
ረሲዐ ዜተረጋገፁ ዒዎታት ምስ ውሌቀ ሰባት ብምትእስሳር እከሇ እንዴሕር ዗የሇ በቃ
እዚትካሌ ሞይታ ጠፉኣ ክሳብ ምባሌን ሪኢኻ ከም዗ይረኣኻ ምኻዴን ይረአ ኣል፡፡ ካብዙ
ዜብገስ ስሌጣን ቢሒቱ ሌዕሉ ናይ ቃሌሲ ኣስተዋፅኦኡ ንባዕለ ምርባሕ ዜጀመረ ዜብኢ
ክረአ ጀሚሩ ኣል፡፡ ዜቖመለ ዕሊማ ረሲዐ፣ ሕዴሪ ሰማእታት ረጊፁ፣ ካብ ሊዕሉ ክሳብ
ታሕቲ ናይ ስርቅን ግበረሇይ ክገብረሌካን መርበብ ዗ርጊሑ፣ ውዴባዊ ኣሰራርሓን
መትከሊትን ጥሒሱ ዴላቱ ምግባር ዜጀመረ፣ ኣባሌን ኣመራርሓን ምውጣም ጀሚሩ ኣል፡፡
ንዜቃሇስ ምኹርኳም፣ ሕቶ ን዗ሌዕሌ ብዜተፇሊሇዩ መንገዱታት ምጥቓዕ ንገሉኡ ዴማ ኣፌ
መኽዯኒ ውህብቶታት፣ ዕብየታት፣ ረብሓታት ብምሃብ ነቲ ትካሊዊ/ውዴባዊ መስርሕ
ብምጥሓስ ውዴብን መንግስትን ዜሃቦ ስሌጣን ንውሌቀ ስምዑት መርወይን ዜጥቀሙ
ጉሒሊታት ክረኣዩ ጀሚሮም ኣሇዉ፡፡ እዙ ጉዲይ ብቅሌጡፌ እንዴሕር ዗ይተኣሌዩ ውዑለ
ሓዱሩ ካብቶም ናይ ተቋወምቲ ሓይሉታት ዜፌሇ መንገዱ የብለን፡፡ እዙ ናይ ክራይ ኣካቢ
መንገዱ ዜመረፀ ወገን ነቲ ካብ ሰማእታት ብሕዴሪ ዜተረከቦ መስመር ገዱፈ መንገዱ
ጥፌኣት ከምዜመረፀ ምንም ጥርጥር የብለን፡፡ ስሇዙ ከምቲ ኣብ ቀረባ እዋን ኣቦይ
ስብሓት ዜበሌዎ ንውሌቀ ሰባት ክበሃሌ ንውዴብ ናብ ሓዯጋ ዗እቱ ውሳነ ብፌፁም ክውሰን
የብለን፡፡ እዚ ውዴብ እዙኣ ናይ ውሌቀ ሰባት ክብሪን መሰሌን ንምሕሊው ኢሊ ዕሊማኣን
መስመራን ትረግፅ ውዴብ ኣይኮነትን፡፡ ከምኡ ዒይነት ታሪክ‘ውን የብሊን፡፡ ኣብ ዜሓሇፇ
እዋን ኣብ 1993 ዒ.ም. ኣብ ተሃዴሶ ዜተገበረ ነገር እንተሃሇወ ጥቓ ፌርቂ ናይ ውዴብ
ማእኸሊይ ኮሚቴን ስራሕ ፇፃሚትን ኣብ ናይ ውዴብ መስመር ምዴርዲር/ምሽርሻር
እንትጅምር ዋሊኳ ን3-4 ዒመታት ምስሊይ እንተነበረ‘ውን ኣብ መወዲእታ ግን ናይ ህዜቢ
ረብሓን ናይ ሰማእታት ሕዴርን ይዒቢ ሌዕሉ ዕሊማን መስመርን ውዴብ ዜረአ የሇን
ብዜብሌ ክበሊሸዉ ዗ይትፅበዮም ዒበይቲ ኣመራርሓ፣ ናይ ኢህወዳግ ቁሌፉ ሰባት ዜበሃለ
ፀግዖም ክሕዘ ብምግባር ነዙ ከም መንጠሪ ቦርዴ Springboard ብምጥቃም ናብ ተኣምራዊ
ዒዎት ምእታውና ይዜከር፡፡

ሐዙውን ገጢሙና ዗ል ከምኡ እዩ፡፡ ብክራይ ኣካብነት ዜተጨማሇቑ ውሌቀ ኣባሊት


ሒዜና ክንከዴ የብሌናን፡፡ እዚ ውዴብ እዙኣ ናይ ሓዯ ወሇድ ውዴብ ኣይኮነትን፣ ናይ
ኣማኢት ኣሻሓት ኣባሊት ውዴብን ናይ ህዜቢ ትግራይን እያ፡፡ ብናይ ውሌቀ ሰባት ካብ
ዕሊማን መስመርን ውዴብ ወፃእ ዜገብርዎ ምንቅስቓስ ትፌረጅ ውዴብ ኣይኮነትን፡፡ ከምቲ
ብናይ ደሊ ቅብብሌ ጉያ …… ሕዴሪ ተቐቢሌና ኣብዙ ብርኪ ኣብፂሕናያ ዗ሇና፤
ከይበረዜና፣ ከይከሇስና ዜተቐበሌናዮ ፁሩይ መስመር ንመፃኢ ወሇድ ናይ ምርካብ
ሓሊፌነት ከም዗ሇና ከይ዗ንጋዕና ፅሬት ውዴብ ንምሕሊው ዴቃስ ክንስእን ይግባእ፡፡ ሌዕሉ
መስመርን ዕሊማን ዜስራዕ ማንም ከም዗የሇ ተረዱእና ዜተሸኸለ ብምእሊይ ናብቲ ንቡር
ናይ ቃሌሲን ሌምዒትን መንገዴና ክንኣቱ ይግባእ፡፡

6 መጠቓሇሉ

ህዜቢ ትግራይ ን዗መናት ካብ ዜበፅሖ ዜነበረ ወፅዒን ጭቆናን ንምንጋፌ ብ዗ይምስሌቻው


እናተቓሰ፣ እናወዯቐ፣ እናተሰአ እንተመፀ’ውን ናብ ሙለእ ህዜባዊ ዒዎት ክዒትርን፣
ህዜባዊ መስመር ክውንን ዜኸኣሇ ብህወሓት መሪሕነት ኣብ ዜገበሮ ቃሌሲ ጥራሕን
ጥራሕን እዩ፡፡ ስሇዙ እዩ ህዜቢ ትግራይ ኣብ ታሪኹ ሪኢዎ ዗ይፇሌጥ ስርዒት ዳሞክራሲን
ስለጥ፣ ፌትሓዊ፣ ቀፃሌነት ዗ሇዎ ሌምዒትን ተቋዲሲ ክኸውን ዜገበሮ መስመር ውዴቡ
ውዴብ ህወሓት እዩ፡፡ ህወሓት ናይ ተጋሩ እኽብካብ ብምዃና ጥራሕ ዜተረጋገፀ ዒዎት
ገይሮም ዜርዴኡ ብዘሓት ወገናት ኣሇዉ፡፡ እዙውን ጌጋ እዩ፡፡ ቅዴሚ ነፌጠኛ ስርዒት
ህዜቢ ትግራይ ብተጋሩ ይምራሕ ነይሩ ግን እቲ ሽዐ ኣብ ዒሇምና ዜነበረ ዗መናዊ
ምሕዯራን ዳሞክራሲያዊን ሰብኣውን መሰሊትን ከጫንውዎ’ውን ኣይከኣለን፤ እኳዯኣስ ነቲ
ናይ ምንቁሌቋሌ ጉዕዝ ኣቀሊጢፍምዎ፡፡

ህወሓት ካብ ህዜቢ ትግራይ ዜተፇጠረትን ህዜባዊ መስመር ዜወነነትን ንህዜብታት ረብሓ


ትቃሇስን ስሇዜኾነት እዩ ህዜቢ ትግራይ ዜሕብሕባ፡፡ ናይ ህወሓት መስመር ንህዜቢ
ትግራይ ጥራሕ ዗ይኮነስ ንኹልም ናይ ዒሇምና ውፅዒት ህዜብታት ዗ቃሌስ መስመር እዩ፡፡
ንህወሓት ኣፀቢቑ ዜፇሌጣ ህዜቢ ትግራይ እዩ፡፡ ምኽንያቱ ህዜቢ ትግራይ ፇጢሩዋ፣
ኣዕቢዩዋ፣ ይሕብሕባ ኣል፡፡ ህወሓት ካብ ህዜቢ እንተተነፂሊ ሂይወት የብሊን ሂይወት
ዜኾና ህዜቢ ትግራይ እዩ፡፡ ህወሓት ሽግር እንተጋጥማውን ከምኡ መፌትሒኡ ኣብ ህዜቢ
ትረኽቦ፣ ህዜቢ ዗ጋጠሞ ፀገም‘ውን ትፇትሐለ ውዴቡ ህወሓት ጥራሕ እያ፡፡ ስሇዙ ህዜቢ
ትግራይን ህወሓትን ዗ይፇሊሇዩ ሓዯን ያውን እዮም፡፡

ስሇዙ ንህወሓት ምዴጋፌ ክንብሌ ከሇና ምእንቲ ረብሓ ህዜቢ ኢሌና ፀገማት
እንትንርኢ’ውን እቲ ፀገም ንክፌታሕ ኣረኣእያን ተግባርን ኣባሌ ምስ መስመርን ዕሊማን
ህወሓት ፇሊሉና ክንቃሇሶ ዯኣ ይግባእ እምበር ኣብ ገሇ ኣባሊትን ኣመራርሓን ውዴብ
ሕመቓት ኣብ ዜረኣናለ ቁፅሪ ንውዴብ ገፅኪ ይርሓቕ ክንብሌ ኣይግባእን፡፡ ውዴብ ናይ
ውሌቀ ኣባሊትን ኣመራርሓን ዗ይኮነትስ ውፅኢት 60 ሽሕ ስውኣትን 100 ሽሕ ስንኩሊትን
ኮይና ሐዙ ዴማ ሌዕሉ 750 ሽሕ ተጋሩ ግንባር ቀዯም ኣባሊት ዜሓቖፇት ውዴብ እያ፡፡
ብሓፂሩ ህወሓት እንተስ ብጀጋኑ ስውኣት፣ እንተስ ብኣካልም ዜኸፇለ ጀጋኑ ጉዴኣት
ኲናት ወይከዒ ሐዙ ኣብ ሰሊማዊን ዳሞክራሲያዊን ቃሌሲ ሕዴሪ ሰማእታት ተረኪቦም
ሊዕሌን ታሕትን ዜብለ ዗ሇዉ ግንባር ቀዯም ኣባሊት ኣቢሊ ዗ይትኣትዎ ስዴራ ኣብ
ትግራይ የብሊን፡፡ ስሇዙ’ውን እዩ ህወሓትን ህዜቢ ትግራይን ዗ይነፃፀለ ሓዯን ያውን እዮም
ዜበሃሌ፡፡ ስሇዙ ሕዙውን ኩለ ትግራዋይ ዗ሇናለ ኩነታት ብዯንቢ ብምርዲእ፣ ወያናይ
ዳሞክራሲ ወይከዒ ሌምዒታዊ ዳሞክራሲ ንትግራይና ከምኡውን ንሃገርና ብሓፇሻ ናይ
ምርጫ ጉዲይ ዗ይኮነስ ናይ ሰሊምን ዗ይምርግጋዕን ጉዲይ፣ ናይ ሓዴነትን ምብትታንን
ጉዲይ፣ ናይ ጉዕዝ ህዲሴ ምቕፃሌን ዗ይምቕፃሌን ጉዲይ፣ ናይ ሕዴሪ ሰማእታት ምቕባሌን
ምርጋፅን ጉዲይ ምዃኑ ብምግንዚብ ኣብ ፅሊሌ ወያናይ ዳሞክራሲ ተሰሉፌና ህወሓት
ጀሚራቶ ዗ሊ ብዕምቆት ናይ ምህዲስ መዴረኻት ዯጊፌናን አእጃምና ብምውፊይ ዜተጀመረ
ጉዕዝ ህዲሴና ናህሩ ዒቂቡ ክግስግስ ምግባር ናይ ኩለ ትግራዋይ ሓሊፌነት ክኾን ይግባእ፡፡

“ቃሌስና ነዊሕን መሪሪን እዩ ዒወትና ግን ናይ ግዴን እዩ!!!”

ሐምሇ 2010ዒ.ም

መዲሇዊ ዯጀን ጎይቶኦም

አቦ ወንበር ካምፓስ ኮሚቴ ህወሓት ዒዱግራት ዩኒቨርሲቲ

You might also like