You are on page 1of 12

አብ ክረምታዊ ወፍሪ ዜተዲሇወ ህንፀት መናእሰይ ትግራይ

ህወሓት እና ህዜቢ ትግራይ ገፀ ሐዯ ሳንቲም እዮም


1/ መእተዊ

ካብ ታሪኽን ካብ ነዊሕ ናይ ቃሌሲ ተሞክሮን ከምንዕ዗ቦ ህዜቢ ትግራይ ካብ ነዊሕ እዋን


ጀሚሩ ወፅዒ ዗ይፎቱ ንአዴሌዎ አምሪሩ ዜፀሌእ ንዜኾነ ጉዲይ መዕቀኒኡ ፍትሒ እምበር
዗ርኢን መንነትን ከም዗ይኮነ እዩ፡፡ እዘይ አብ ናይ ነዊሕ ዗መን ታሪኹ ጎሉሁ ዜረአ ሓቂ
እዩ፡፡

ህዜቢ ትግራይ ከምቶም ካሌኦት ብሄርን ብሄረሰባትን ህዜብታትን ኢትዮጵያ ኣብዚ


ብዯሙን ኣዕፅምቱን ከም ሃገር ጠጠው ክትብሌን ታሪኻን ነፃነታን ሓሉያ ክትነብር ኣብ
ምግባር ዗ይትካእ ተራ ዜነበሮን ዗ሇዎን ህዜቢ እዩ::ይኩን እምበር ብመንነቱ ክሐፍር
ተፇቲኑ (ህዜቢ ትግራይ ብመንነቱ ሓፉሩ ኣይፇሌጥን ዴኣ እምበር) ኣብ ርእሲ ዘይ
ሰሪሑ ከይበሌዕን ከይነብርን ብብሄራዊ መፅቀጥትን ብናይ ከባቢኡ ገዚእቲ ዯርቢ እውን
ኣብ ከርፊሕ ናብራ ክነብር ስሇዜተገበረ ዱሞክራሲ፣ ፍትሒን ማዕርነትን ስኢኑ ስሇዜኾነ
እውን መፍትሒኡ ቃሌሲ ምኳኑ ኣሚኑ ንንውሕ ዜበሇ ብተናፀሌን ብዜተወዯበን ዗ካየድ
ቃሌሲ እንትርፉ ዜገዯዯ መርገፅትን ጭቆናን ዗ምፀአለ ሇውጢ ስሇ዗ይነበረ ኣብዜተነፀረ
መስመርን ውዲበን ኮይኑ ክቃሇስ ወሲኑ ኣብ 1967 ዒ/ም ብመሪሕ ውዴቡ ህወሓት
እናተመርሐ ቃሌሲ ዜጀመረ፡፡

ኣብዙ ትኹረት ዗ዴሌዩ ነገር ምንም’ኳ ኣብ1967 ዒ/ም ኣብ ብዜተነፀረ መስመርን ውዲበን
ይጀመር እምበር እቲ ቃሌሲን ኣይጭቆንን ኣዴሌዎ ይወገዯሇይ፣ ማሕበራዊ ፍትሒ ይንገስ
ዜብለ ሕቶታት ማሇት እውን ኣንፃር ብሄራዊ ጭቆናን ዯርባዊ መፅቀጥትን ብተናፀሌን
በሓባርን ዜካይድ ዜነበረ ቃሌሲ ቅዴሚኡ ኣትሒዘ ምኳኑ ናይ ቀዲማይ ወያነ ምንቅስቓስ
በምውሳዴ ጥራሕ ምርአይ ይከኣሌ እዩ፡፡

ብህወሓት እናተመርሐ ዴማ እንሆ ን43 ዒመታት ዜኣክሌ ኣዴሊይ ዜበሃሌ መስዋእትነት


ኹለ ኸፉለ ቀዲማይ ናይ ዕጥቂ ቃሌሲ ወዱኡ ሕዙ ዴማ ከምቀዯሙ ኣብቶም ዕሊማታቱን
መስመራቱን ፀኒዐ ካብኡ ዜዴሇ ኹለ እናገበረ ቃሌሲ ኣንፃር ዴኽነት ካሌኣይ ምዕራፍ
ካብ ዜጅምር 24 ዒመታት ሓሉፈዎ ይርከብ፡፡

ኣብቶም ዜሓሇፈ ሌዕሉ 43 ዒመት ቃሌሱ ካብ መጀመርትኡ ቅኑዕን ናብቲ ዜሓሰቦ


዗ብፅሕ መስመር ሓንፂፁ ተቓሉሱ እቲ ቕኑዕ መስመሩ እንተይሇቐቐ በቢእዋኑን
በቢመዴረኹን ዗ጋጥሙዎ ዜነበሩ ዕንቅፊትን ፍለይ ባህሪ ዜነበሮም ኩነታትን ብዕምቆት
እናገምገመን በብቕዒት ከስግር ዗ኽእል እዋናዊ ሕቶ ብዜግባእ ዜምሌሱ ስሌቲንስትራቴጂን
እናሓንፀፀ እዩ ኣብዙ ዗ሇናዬ ክበፅሕ ዜኸአሇ፡፡
ይኹን እምበር እቶም ብዕሉ ህወሓት/ኢህወዳግ ዜቃወሙን ዜተፇሇየ ናይ ባዕልም ዕሊማ
዗ሇዎምን ብግሌፂ ዜወፁ ገዱፍና ሓዯ ሓዯ ምሁራትን ንህዜቢ ዜሓሌዩ ዜመስለን ኣብዙ
ሕዙ እዋን ኣብ ምትኽኻእን ሰናይ ምምሕዲርን ዜረአዩ ዗ሇው ፀገማት ኣብ ምፍታሕን ዗ል
ቅዋም ብዜተዚበዏን ነቲ ሓደሽ ወሇድን ብሓፇሻ ዴማ ንህዜቢ ትግራይ ካብ ህወሓት
ንኸበታትኽ ዜግበር ፃዕሪ እንትገብሩ ይረአ አል፡፡

ዕሊማ ናይዙ ፅሑፍ ዴማ ነቶም ዜረአዩ ዗ሇዉ ፀገማት ገሉኡ ኮነ ኢለ ንምዜባዕ’ሞ ገሇ


ትርፉ ንምርካብ ገሉኡ ዴማ ብ዗ይፍሊጥ መፍትሒ ከም዗ይብልምን ናይ ህወሓት ቐፃሉ
ዕዴሌ ኣፀሌሚትካ ናይ ምርኣይን ዯንገርገር ምባሌን ዜመስሌ ነገር ስሇ዗ል እንተወሓዯ
ነቶም ብ዗ይፍሊጥ ዜዯናገሩ ወገናት ዜተወሰነ ነገር ምባሌን እቲ ኽሟጎት ዜዯሉ ዴማ ኣብ
ንፁር ቅዋም ኮይኑ ሓሳብ ክህብ ምእንታን እዩ፡፡

ስሇዜኾነ ናይቲ ውዴብ ህዜባዊ መግሇፂ ዜኾኑ ባህሪታትን ዴሕረ ባይታን ብምርኣይ እቲ
እቶም ሕዙ ዜረአዩ ዗ሇው ሽግራት ናይ ምፍታሕ ዒቕሚን ተኽእልን እንታይ ከምዜኾነ
ንምርኣይን ህወሓት ከመይ ዜበሇ ታሪኻዊ ጉዕዝ ከም዗ሇዎ ብግሌፂ ንምርዲእ ክሕገ዗ና
እቶም መንቀሉ ቃሌሲ ህዜቢ ትግራይ ዜኾኑ ዕሊማታት፣ መስመር ቃሌሲናን ቅንዕንኡን
ስሌቲታትን ስትራቴጂን ቃሌሲናን አብ ቀዲማይን ካሌአይን ምዕራፊት ከመይ ጌሩ ናብ
ዒወት ከም ዜበፅሕ ንምርአይ ሕፅር ሕፅር ኢልም ተቐሚጦም ኣሇው:: ቀፂለ እዙ ኣብ
ካሌኣይ ምዕራፍ (ኣብቲ ኣንፃር ዴኽነት) ቃሌሲ እቶም ዕሊማታት፣ እቲ ህዜባዊ እምነትን
መስመርን ናይ ህወሓት ኣብ ቦትኡ ምህሊውን ኣፇሊሊዩ ታይ ምኳኑ ተቐሚጡ ኣል::
ካብዘይ ብምብጋስ ንምንታይን ብኸመይን ምትኽኻእ ይካየዴ ዜብሌ መዯምዯምታ
ተቐሚጡ ኣል:: ኣሰር/ሕዴሪ መሇስን ኩልም ሰማእታትን ብፅንዒት ምኽታሌ ንምንታይን
ኸመይን ከም዗ዴሉ ንምርኣይ ተፇቲኑ ኣል፡፡ ሰናይ ንባብ፡፡

2/ ዕሊማታት ቃሌሰ ህዜቢ ትግራይ/ኢትዮጵያ/

እቶም ዕሊማታት ናይቲ ቃሌሲ ንንውሕ ዜብሇ ዗መናት ኣብ መሬት ዜነበሩ ህዜቢ ትግራይ
ይኹን መሊእ ህዜቢ ኢትዮጵያ ዗ሌዕልምን ብዜተፇሊሇዩ መሌክዕ እንዲተቓሇሰልም
ዜፀንሑ እዩም፡፡ ይኹን እምበር ኣብ 1967 ዒ/ም ዜተፇጠረ ሓደሽ ነገር ነቲ ናይ ህዜቢ
ሕቶ ብዜግባእ ገምጊሞም፣ ነቲ ናይቲ ኣብቲ እዋን ኣብ ስሌጣን ዜነበረ ሓይሉ ግብረ
መሌሲ ተዒዙቦም፣ ብኸመይ መፍትሒ ክርከብ ከምዜኽእሌ ሳይንሳዊ ዜኾነ ምሊሽ ንምሃብ
዗ኽእሌ ሓሳብ አምንጭዬምን ነዙ ዴማ ተወዱብካ ምቅሊስ ብሕታዊ መንገዱ ምኳኑ
ኣሚኖምን ክቃሇሱ ዜወሰኑ ምዐታት ዯቂ ህዜቢ ተረኺቦም ዕሊማን ኣካይዲን፣ ፀሊኢን
ፇታዊን ከምኡ እውን ዯጋፉ ናይቲ ቃሌሲ ኣነፂሮም እዝም ዜስዕቡ ዕሊማታት ብግሌፂ
ብምቕማጥ እዩ ተጀሚሩ፡፡

እቶም ዕሊማታት ዴማ፡-

– ምስረታ ህዜባዊ መንግስቲ ዜምሌከቱ (ስሌጣን ሙለእ ብሙለእ ናይ ህዜቢ ከኸውን)

– ማሕበራዊ ፍትሒ ምንጋስ

– ፍትሓዊ ናይ ሀፍቲ ኽፍፍሌ ክህለ፣ መሬት ናይ ህዜቢ ከኸውን

– ሰብኣዊን ዳሞክራሲያዊን መሰሊት ክኽበሩ

– ኣብ ዴላትን ምፍቕቃዴን ዜተመስረተ ሓዴነት ክምስረት

– ብሄራዊን ዯርባዊን፣ ናይ ሃይማኖትን ናይ ፆታን ማዕርነት ንምንጋስ

– ዴኽነትን ዴንቁርናን ጠፉኦም ኣብ ክንድኦም ሌምዒትን ዕብየትን ክረጋገፅ ዗ኽእለ


ዕሊማታት እዩም ኔሮም፡፡

እቲ ዜሕስብ ቃሌሲ ምክያዴን ስርዒት ምቕያርን እሞ ዴማ ብዕጥቂ ዜግበር ብምኳኑ


ዯጋፉን ተቓዋሚን ኣል ስሇዜኾነ ነዘይ ብንፁር ምፍሊይ፣ ከጋጥሙ ዜኽእለ ሓዯጋታት
ንምቕናስ ኢለ እውን ንምውጋዴ፣ ኣብ መወዲእታ ብዒወት ንምዜዚም ዗ኽእለ ስነ-
ሓሳብ(መስመር)፣ ናይቲ ቃሌሲ ኣካይዲ ዜውስኑ መርገፂታት/መትከሊት፣ስሌቲን ስትራቴጂን
ብንፁር ምቕማጥ ቆፀሮ ዗ይወሃቦም ጉዲያት ኔሮም፡፡

እዙኦም ዴማ ህወሓት ካብ ሰናይ ጊሓቱ ቕኑዕ ዕሊማ ምሓዜ ጥራይ ዗ይኮነስ ዜተማሇአ
ህዜባዊ ቃሌሲ ብምክያዴ ዗ይተርፍ ዒወት ከምተምፅእ ዗መሊኽቱ ኔሮም፡፡ ኣብቲ እዋን
ብዘሓት ብዜተወዯበ መንገዱ ክቃሇሱ ነፍጢ ኣሌዑልም በረኻ ካብ ዜኣተው ሓይሉታት
ዜፇሌያ ዒብይ ነጥቢ ዴማ ኔሩ፡፡ ካብ መጀመሪያኡ፡-

1. መሌክዕ ናይቲ ቃሌሲ ብሄራዊ ውዲበ እዩ:: ይኹን እምበር ኣብ ሃገርና (ኢትዮጵያ)
ኣበቲ ዜበዜሐ ከባቢ ዜሇዒሇ መቃሇሲ ብሄራዊ መሌክዕ እኳ እንተኾነ ሕብረ-ብሄራዊ
መሌክዕ ሒዘ ክቃሇስ ዜኸእሌ ክፊሌ ሕ/ሰብ ከም዗ል ብዜግባእ ዜኣምን መርገፂ ኔርዎ

2. ኣገባብ ቃሌሲ ዜተናወሐ ናይ ገጠር ዕጥቂ ቃሌሲ ክኸውን ከምዜግበኦ

3. ንፁር ኣሰሊሌፊ ሓይሉታት ዗ቕመጠ፡-


4. ናይቲ ቓሌሲ መስመር/መትከሌ፡- ወያናይ ዱሞክራሲያዊ መስመር ከምዜኾነ

5. ስሌቲን ስትራቴጂን ናይቲ ቃሌሲ እቲ ውዴብ ናይ እማን ተምሃራይን ብ዗ይምቁራፅ


ዜዒቢን ምስ ኩነታትን ነቲ ኩነታት ዜምጥን ኣካይዲ ዜነበሮን ዗ሇዎን እዩ፡፡

– ቀንዱ ፀሊኢ ዯርጊ ስሇዜኾነ ምስ ፀረ-ዯርጊ ሓይሌታት ክንዱ ዜኸኣሌናዩ ሓቢርና


ንዯርጊ ንዴምስስ ኣብ ዕሊማን ስትራተጂን ሓዴነት ዗ሇና ሓይሌታት እስካብ ስሙር
ግንባርን ስሙር ዱሞክራሲያዊ ግንባርን ምምስራት ዜኸይዴ ዜምዴና ይህሌወና፡፡

– ኣብ ወመዲእታ ምስ ኩልም ሓይሉታት ብሰሊማዊ መንገዱ ዕሊማና ናብ ህዜቢ


ኣቕሪብና ህዜቢ ክፇርዯና ምግባር ኩለ ምንቅስቃስን እንገብሮም ውግኣት እውን ሓዊሱ
ሰሊም ንምምፃእ ይኸውን ምኽንያቱ ህዜቢ ዜመሰልን ዜኣመነለን ዜውሰን ሰሊም እንተሇዩ
ጥራሕ እዩ ዕሊማና እውን ብሰሊም ጥራይ እዩ ብሙለእነት ዜዕወት፡፡

– ኩልም ሓይሉታት ዕሊማናን መስመርናን ፇሉጦምን ተረዱኦምን ኣብ ጎኒና ይሰሇፈ


እቶም ምሳና ዗ይኸደ እውን ከምኡ ብዕሊማና፡፡ ካብዙ ወፃኢ ምስ ዜኾነ ሓይሉ ርክብን
ዜምዴናን ኣይህሌውናን ዜብሌ ስትራተጂ ተሓንፂፁ እዩ እቲ ቐዲማይ ምዕራፍ ናይቲ
ቃሌሲ ብዒወት ተዚዙሙ እቲ ጉዕዝ ዴማ ኣብቶም ዜተነፀሩን ዕሊማታትንመስመራትን
ከምኡ’ውን ኣብቶም በቢመዴረኹ ነቲ ጭቡጥ ኩነታት እናጠዒዒሙ ዜሕንፀፁ ዜነበሩ
ስሌቲታትንስትራቴጂታትን ብፅንዒት ኩለ ኣሚኑልም ተግባራዊ ጌሩዎም ተዒዊቱ፡፡

እዙ ኣብ መወዲእታ ዜተረኽበ ዒወት ግን አሌጋ ብአሌጋ ወይ ዴማ ፍፁም ጌጋ ዗ይነበሮ


ኣይኮነን፡፡ ኣብ ጉዕዝ ዗ጋጥሙ ዜነበሩ ናይ አረኣእያን ነቶም ዕሊማታት ንምዕዋት ኣብ
እንኽተልም ኣግባባትን በቢእዋኑ እናተአረሙ እናፀፇፈን እዮም ኬድም ካብ መስራቲ
ጉባኤ ጀሚሩ ቀዲማይን ካሌኣይ ጉባኤታት ብኣውርኡ ዴማ ኣብ ናይ 10 ዒመት ጉዕዝ
ሰፉሕ ገምጋም (ዯውታን ምቁሌቋሌን ተባሂለ ዜተገምገመ) ኣብ ዜተኻየዯ ውዴባዊ
ኮንፇረንስ ሰፊሕቲ ሙጉትን ክትዒትን ዜተገበረልም መስመር ናይ ምፅራይን ቅዴሚኡ
እውን ሕንፍሽፍሽ ንምቅሊስን ዴሓር ኣብ 1982ዒ/ም ናብ ማዕኸሌ ሀገር ምስኣተና
ዜተሌዒሇ ሕቶን ዜነበሩ መዴረኻትን ዜተኻየደ ቃሌሲታት ተጠቀስቲ እዩም::

ብፍሊይ ከዒ ኣብ 1977 ዗ጋጠመ በቲ ሓዯ ገፅ እቲ ኣብ ውሽጢ ውዴብ ዜነበረ መስመርን


ስትራተጂን ናይ ምፅፊፍን ምፅራይን ፇታኒ ቓሌሲ በቲ ኻሉእ ገፅ ዴማ ህዜቢ ትግራይ
ተፇጥሮ ገፃ ዒፂፊትለ ሓያሌ ዴርቂ ዜተርኣየለ ነዙ ኩነታት እዙ ተበሉፁ ዯርጊ ዴማ
ንህዜቢ ትግራይ ልሚ ረኸብኩዎ ካብ ዜብሌ ናይ ብርሰት ኣተሓሳስባኡ ወራርን ሰፇራን
ብስፍሓት ኣብ ዗ካይዯለ እዘይ ከየኣክሌ ሻዕቢያ እውን ብግዱኦም መንገዱ ኣፅዮም ኣዯዲ
ነፇርቲን ጥሜትን ዗ገበሩዎ ኮታስ እቲ ውዴብን ህዜቢን ኣብ ከቢዴ ሓዯጋ ዜወዯቕለ
ዒመት ኔይሩ:: ነዙ ኩነታት’ዙ ምሕሊፍ ናይ ዒወትን ውዴቀትን ሕቶ ዴማ ነይሩ:: በቲ
ናይቲ ህዜቢ ፅኑዕ ናይ ቃሌሲ ወነን ኣይምበርከኽን በሃሊይነትን ውሕለሌ ህዜባዊ
መስመርን ዴማ ተሰጊሩ (ዜነበሮም ኣካይዲን ዱሞክራሲያውነትን ከምኡ’ውን ፅንዒት
ህዜብን ተጋዲሊይን ዜመፀ ሇውጢን ንምርኣይ ድኩሜንታት ናይቲ ውዴብ ምርኣይ ይከኣሌ
እዩ)፡፡

ኣብቲ ከይዱ እቲ ቃሌሲ ካብ መጀመሪያኡ ብህዜቢ ንህዜቢ ዜካየዴ ኮይኑ ዜተጀመረ


ስሇዜኾነ ህዜቢ ትግራይ ሙለእ ብሙለእ ናተይ ኢለ ዜተቐበልን ህዜቢ ዗ይቕበል ስራሕ
ብፍፁም ዗ይሰርሕ ውዴብ ስሇዜነበረን ውዴብ ማሇት ህዜቢ፣ ህዜቢ ማሇት ዴማ ውዴብ
ምንም ክፍሇ ዗ይኽእሌ ማይን ፀባን ክኸውን ዗ኽእሌ ውዴብ ኔሩ ሕዙ ውን እዩ:: ምንም
ነቓዕ ዜበሃሌ ነገር የሇን ከቕፅሌ እዩ ዴማ፡፡

ኣብቲ ቃሌሲ ናይ ህወሓት መርገፂ ብብዘሕ ኣጋጣሚታት ተፇቲኑ ዜሓሇፇ እዩ ካብኣቶም


ክሌተ ጥራሕ ንምጥቃስ እቲ ሓዯ ኣብ 1969ዒ/ም ሶማሉያ ንኢትዮጵያ ኣብዜወረረትለ
እዋን በዒሌ ኢህአፓን ህግሓኤን (ሻዕቢያ) እቲ ወረራ ንዯርጊ የዲኽሞ እዩ ኢልም
ስሇዜሓሰቡ እንትዴግፍዎ ህወሓት ግን ሃገር እናተወረረት ንወራሪ ዜዴግፇለን ከም ፅቡቕ
ኣጋጥሚ ዜሪአለ ቅዋም ኣይነበሮን:: ካሌኣይ ኣብ 1981 ዒ/ም ናይ ዯርጊ ሊዕሇዎት
መኮነናት መንግስቲ ናይ ምዕሊው ሙከራ ጌሮም ንህወሓት ዴጋፍ እንትሓቱ ሻዕቢያ(ዴጋፍ
዗ይተሓተቱ እናሃሇው) ዒይኖም እንተይሓሰዩ ዴጋፎም እንትገሌፁ ህወሓት ግን ስርዒት
ብዕሌዋ መንግስቲ ኣይቕየርን ብስሩ እውን እቲ ምንቅስቃስ ብሊዕሇዎት መኮነናት ጥራሕ
ዜግበር ዗ልን ነቲ ታሕተዋይ(መሊእ ሰራዊት) ዗ይሓውስ ስሇዜኾነውፅኢቱ ዴማ ናይ ህዜቢ
ናይ ቃሌሲ ወነ ምስባርን ካሉእ ዯርጊ ምፍጣርን እዩ ዜኸውን ብምባሌ ዴጋፍ ከም዗ይህብ
መርገፂኡ ግሌፂ ጌሩ:: ስሇዜኾነ እቲ ቓሌሲ ምስዜነፇሰ ዜነፍስ ናይ በሇፀኛታት ቅዋም
ዜነበሮ ከም዗ይኮነ ብግሌፂ የርኢ፡፡

ካብ ኩለ ንሊዕሉ እቲ ውዴብ ምስቲ ዜተቓሇሰለ ህዜቢ ማይን ፀባን ክኸውን ዗ኽእልን


ንቐፃሉ እውን ክቕፅሌ ዗ሇዎን ብፍሊይ ዴማ ዴሕሪ ገምጋም ጉዕዝ 10 ዒመት (ኣብ
መወዲእታ 1977ዒ/ም) ጎሉሁ ዜወፀ መርገፂኡ ብዋናነት መሇሇይ ባህሪ ህወሓት ተጌሩ
ኽውሰዴ ዜኽእሌ “ኣብ ዜኾነ እዋንን ኹነታትን ዕሊማና፣ መስመርናን መርገፂታትናን
ብግሌፂ ኣውፂእና ኢና እንቃሇስ፣ ካብ ህዜብናን ፇተውትናን ዯገፍትና ይኹን ካብ
ፀሊእትና ዜሕባእን ዜኽወሌን ነገር ክህሌወና የብለን” ዜብሌ ፅኑዕ እምነት ብምሓዜ ብሓቂ
እውን ምስኩልም ሓይሉታት ክህሌዎ ዜኽእሌ ዜምዴና ኣብ ንፁር ቅዋም አፇሊሊዩን
ሓዴነቱን ነፂሩ ዜቐርብ ውዴብ እዩ፡፡ ብውፅኢቱ ዴማ ነቲ ዕሊማ ዜዴግፍን በፍሊይ ዴማ
እቲ ህዜቢን ወያናይ ዱሞክራሲያዊ ሓይሌታትን ብሌቦም ክቕበሌዎን ክኽብርዎን ነቲ
ቃሌሲን ዕሊማን ዗ይዴግፈን ዜቃወሙን ዴማ ሓቢሮም ክሳብ ክኸዴዎ ዜኽእለ ርሕቐት
ሓቢሮም ክኸደ ኣብ ዗ራኽቦም ሓቢሮም ክሰርሑ ኣብ ዗ፇሊሌዮም ዴማ ክቃሇሱ ሃጥ
እንተበሇ ዴማ ፀግዖም ክሕዘ ዗ኽእሌ ኣሰሊሌፊ እንተይሓዋወሰ ዜተቓሇሰን ዜቃሇስ ዗ልን
ውዴብ እዩ፡፡

በዙ ኣግባብ እዙ ኣብ መጨረሻ 1983 ዒ/ም ዯርጊ ምስተዯምሰሰ ህወሓት /ኢህወዯግ


ንሰሊምን ናይ ህዜቢ ውሳንነትን ካብ ዗ሇዎም ፅኑዕ እምነትን መትከሌን ንኹልም
ዜተዒጠቑን ዗ይተዒጠቑን ንኢትዮጵያ ንቃሇስ ኢና ዜብለ ወሊ እውን ነቶም ኣብ እዋን
ዕጥቃዊ ቃሌሲ ከጥፍኡዎ ሓሲቦም በኲናት ዜሰዒሮም (ኢዴዮን ኢህኣፓን ሓዊሱ) ኣብ
ናይ ሰሊም ኮንፇረንስን ኣብ መዴረኽ ሽግግርን ክሳተፈ ዒዱሙ ብሰሊማዊ መንገዱ
ሓሳባቶም ናብ ህዜቢ ኣቕሪቦም ህዜቢ ክፇርድም ፃውዑት አቕሪቡልምስ እቲ አካይዲ
ዜተረዯኦምን ዜመረፁን አትዮም ዗ይተረዯኦምን ዗ይመረፁን ቐርዩም ፡፡ በዙ አገባብ እዙ
መዴረኽ ቐዲማይ ምዕራፍ ቓሌሲ ብ዗ኹርዕ ኣገባብ ተዚዙሙ፡፡

3/ ምትኽኻእ ኣብ ቀዲማይ ምዕራፍ ቃሌሲ፡-

ኣብ ቅኑዕ ኣተሓሳስባ ኮይና ምትኽኻእ ክንብሌ ከሇና እቲ ውዴብ ናይ ትማሉ፣ ናይ


ልሚን ናይ ፅባሕን ክኸውን ዗ኽእል ናይ ወሇድ ምትኽኻእ ማሇትና ምኳኑ ግሌፂ ምኳን
የዴሉ፡፡ በዙ መንፅር እዙ ኣብቲ ውዴብ ምትኽኻእ እንብል ዗ሇና እቲ ዜተጀመረ ቃሌሲ
ብሓዯ ግ዗ ዜውዲእ ዗ይኮነስ ብናይ ወሇድታት ዕዴመ ዜሳኻዕ ዕሊማ ዜሓ዗ ኣብ ርእሲ
ምኳኑ ኣብቲ ቀዲማይ ምዕራፍ ዴማ ሰባት በቢመዒሌቱ ብመስዋእቲ ዜፇሌዩለ መዴረኽ
ስሇዜነበረ መን ይስዋእ መን ስጋብ ዒወት ይፀንሕ ኣይፇሌጥን፡፡እቲ መስዋእቲ ዴማ ከከም
ኣመፃፅኣካ እውን ኣይኮነን ማሇት ቀዱሙ ዜተቓሇሰ ቀዱሙ ይስዋእ ዜዒይነቱ ኣይነበረን
ብኣጋጣሚታት ዗ጋጥም እዩ፡፡ ናይ ዕዴሌ እውን ኣይኮነን እቲ ዕዴሌ ኣብቲ መስመር
ፀኒዕኻ ምቅሊስ ስሇዜኾነ፡፡

ስሇዜኾነ ምትኽኻእ ባዕለ እቲ መስርሕ ናይቲ ቓሌሲ ዜፍጠሮን ኣብ ውዐይ ናይ ቓሌሲ


መስርሕ ምጉዲሌን ምምሊእን እዩ ኔሩ፡፡ እቲ እምነት ናይ ኩለ ተጋዲሊይ ግን እቶም
ጀመርቲ ቓሌሲ ምጅማሮም፣ እቲ በቢግዙኡ ዜተጋዯሇ ዴማ እቲ ቃሌሲ ምቕፃለን
መወዲእታ ዴማ ከምዜዕወት ርግፀኛ ኔሩ እምበር ስጋብ ዒወት ጥራሕ ዗ይኮነስ ንኽንዯይ
ሰዒታት በህይወት ከምዜፀንሕ ዜፇሌጥ ሰብ ኣይነበረን፡፡ ነዙ ሓቂ’ዙ ዴማ ተጋዲሊይ
ተሰዊኡን ቖሲለን ተሰንኪለን ዜኾነ ዒይነት ዜተሓተቶ ኩለ ጌሩስ እቶም ዕሊማታት
ክዕወቱን እቲ ህዜቢ ክሓሇፇለ ፅኑዕ እምነትን ዴላትን ከም዗ነበሮ በዝም ዜስዕቡ
ዜውትራት ኣበሃህሊቱን ተግባራቱን ምርኣይ ይከኣሌ:-

1. እቲ መጀመሪያ ቃሌሲ ንምጅማር ናብ በረኻ ካብ ዜወፁ ገሉኦም ናብ ኤርትራ


ኸይድም ኔሮም ኣብ ታዕሉም እናሃሇው ኣብ ሓዯ እክብ ኢልም እንተዋግዐ ተጋዲሊይ
ሙሴ ከምዙ ኢለና ይብለ፡፡

‘’ኣብዙ ካብ ዗ሇና ብፆት ዒወትና ዜሪኡዎ ውሑዲት ክህለው እዩም መብዚሕትና ግን


዗ይክንሪኦ ንኽእሌ ኢና’’ ኢለ ኔሩ፡፡

2. ብኻሉእ ግዛ ብተመሳሳሉ ተጋዲሊይ ኣፅገባ ካብ ዜበል ‘’ኣንቱም ብፆት ኣብዙ ካብ ዗ሇና


ኣብ ዒወት ዜበፅሕ ተጋዲሊይ ክህሌወና እዩ ሽዐ ዒወት ረኺብና ሰሊም ምስኮነ ቤተሰብና
ንዒና ክእሌሹ ክመፁ እዩም እከሇ ኣበይ ኣል እከሇ ኣበይ ኣሊ መቓብሮም ከ ኣበይ ዜብለ
ብዘሓት ሕቶታት ከጨናንቑና ይኽእለ እዮም ኣነ እሞ ካብዙኦም ክኸውን ኣይዯሌን ’’
ኢለ ኔሩ፡፡
3. ሓዯ እዋን ብለፅ መራሒና (ከም ኣገሊሌፃ ሱዚን ራይሰን ካሌኦት ወፃእተኛታት ‘World
class mind’ extra ordinary) ተጋዲሊይ መሇስ ‘’እቲ ቃሌሲ ናይ ማራቶን ጉያ ዗ይኮነስ
ናይ ደሊ ቅብብሌ እዩ’’ ኢለ ገሉፅዎ እዩ፡፡

4. ብዋንኡ ዴማ ኩለ ተጋዲሊይ ተወጊኡ ተሓከም ተባሂለ እኳስ ጠቕሉለ እንተ዗ይዯቂሱ


ሻሽ ኣሲሩን ምርኩስ ሒዘን ካብ ሆስፒታሊት እናጠፍአ ናብ ውግእ ምኻዴ ሌሙዴን
ባህሪን ተጋዲሊይ ኔሩ፡፡

ብኸምዙ ዜበሇ እምነትን ኣረኣእያን ዜሓሇፍ እና ሓሇፇ እቲ ዜሰርሖ ዜነበረ ብኻሉእ


እናተተከአ እዩ መፂኡ፡፡ ኣብዙ ሌቢ ክበሃሌ ዜግበኦ እቲ ዜትክእ ሰብ ነቲ ዜትክኦ ዗ል
ሰብ ካብ መጀመርትኡ ክንዴኡ ዜኣክሌ ዒቕምን ብቕዒትን ኔርዎ ማሇት ኣይኮነን ኣብቲ
ዕሊማ፣ ህዜባዊ ፍቕርን መስመርን ዜነበሮ እምነትን ፅንዒትን ኣይፍሇን እምበር:: እዘይ
ስሇዜነበረ ናብቲ ጭቡጥ ስራሕ ምስኣተወ ዴማ ብተግባር እናዒበየን እናበቕዏን ምስ
዗ዜመፀ መዴረኽ ዜሓሸ ዒቕሚ እናጥረየ እዩ ዜኸይዴ ኔሩ፡፡

ኣብቲ ቀዲማይ ምዕራፍ ቃሌሲ ምትኽኻእ ብመስዋእቲ ጥራሕ ኣይኮነን ይግሇፅ ኔሩ


ብዒቕሚን ብቕዒትን እውን እቲ ውዴብ ካብ ዜምስረት ስጋብ ዒወት ናብ ሓሙሽተ
ዜኣክሌ ኣቦ ወንበራት ቐይሩ እዩ (ስሑሌ) ብመስዋእቲ ፣ በሪሁ ፣ኣቦይ ስብሓት ፣ኣባይ
ፀሃየን መሇስን) በብእዋኑ ነቲ ውዴብ መሪሖም እዩም፡፡

ከምዙ ዜበሇ ናይ ምትኽኻእ መስርሕ እዩ ዜካየዴ ኔሩ እሞ ዴማ እቶም ቀዱሞም


መራሕቲ ዜነበሩ አብዙ ሕዙ እዋን ካባይ እከሇ ይሐይሽ እናበለ ብግሌፂ ዜቐርቡለ ዜነበረ
ኩነታት እዩ ኔሩ:: ኣበቲ መዴረኽ እዙ ምግባር ጥራሕ እዩ ዜከኣሌ ዜነበረ፡፡

ኣብዙ ጠቕሊሊ ጉዕዝ ዗ይተቐየሩ ነገራት ግን ህዜቢ (ህዜባዊ ፍቕሪ)፣ ዕሊማን መስመርን
እዩም እዙኣቶም ሰሇስቲኦም ዜጨበጠ ሰብ ጥራሕ ዴማ እዩ እታ በትሪ ወያነ (በቲ ናይ
ሹዐ ኣበሃህሊ) ዜቕብሌ ኔሩ፡፡ እዙኦም ምቕያር ማሇት ባዕሊ ህወሓት ናብ ካሉእ ምቕያር
እምበር ስጋብ ዒወት ምቕፃሌ ስሇ዗ይኮነ፡፡

4/ ኣሰር/ርጋፅ/ሕዴሪ (Legacy) ስውኣት

ከምቲ ሌዕሌ ኢለ ዜተገሇፀ ኩለ ናብቲ ቓሌሲ ዜተሓወሰ ሰብ እቶም መስረቲ እውን


ሓዊሱ ምቅሊሱን ኣብቲ ቕኑዕ መትከሌ ክስዋእ ከምዜኾነ ግን ዴማ እቲ ቓሌሲ
ከምዜዕወት ርግፀኛ ኾይኑ እዩ ዜጋዯሌ ኔሩ፣፣ ነዙ እውን እዩ “ቓሌስና ነዊሕን መሪርን እዩ
ዒወትና ናይ ግዴን እዩ” ዜብሌ ጭርሖ (Motto) ናይ ኩለ ፅኑዕ እምነትን ከም ቃሌኪዲን
ኮይኑ ዗ገሌገሇ፡፡

ስሇዜኾነ ኩለ ተጋዲሊይ ካብቶም ቅዴሚኡ ዜተጋዯለ ኾነ ብጀግንነት ኣብ ቅዴሚኡ


ዜሓሇፈ ጀጋኑ ብፆቱ ጀግንነት (ውፈይነት)፤ ፅንዒት፤ ናይ ህዜቢ ፍቕሪን ሓሌዮትን፤
ብፃይነት፤ ቅንዕና፤ ኣፇታትሓ ፀገማትን ጎንፂን ካሌኦት ናይቲ ቓሌሲን ምግዲሌን መግሇፂ
ዜነበሩ ባህሪታት ብዜተማሇአ መንገዱ ቀሌጢፈ ይወርሶምን ይትግብሮምን ኔሩ፤ እቶም
ባህሪያት ምውራስን ምትግባርን ብሓፇሻ ንኹለ ዜገሌፅ ኮይኑ ብዘሕ ተጋዲሊይ ዴማ ነናይ
ባዕለ ብቐረባ ዜፇሌጦን ብጣዕሚ ዗ዴንቖን ኣብነት (Roll Model) ኔርዎ እዩ:: ካብ ገሉኡ
ጀግንነቱን ውፈይነቱን፣ ካበ ገሉኡ ኣተዒጣጥቕኡን ቁመንኡን፣ ካብ ገሉኡ ብፃይነቱን
ቅንዕነኡን፣ ኣብ ኣፇታትሓ ጎንፂን ፀገምን ኮታስ ኩሇን እተን ፅቡቓት ባህሪታት(ሕመቓት
እንትርኢ እናነቐፇን እናተቓሇሰን) እንተኽኢለ ካብ ሓዯ ሰብ እንተ዗የሇ ካብ ዜተፇሊሇዩ
ሰባት ፀፅቡቓተን እናወሰዯ ናይ ባዕለ ይገብረን ኔሩ ጥራሕ ዗ይኮነስ ከምቲ ብለፅ
መራሒና ስውእ ተጋዲሊይ መሇስ ዜበል ንሱ ኣበቲ ቓሌሲ ስካብ ዜቐፀሌን እቲ ቓሌሲ በቲ
ዜተቐመጠለ ኣንፇት ስካብ ዜቐፀሇን ኣይሞቱን ህሌዋት እዮም ኢለ ብፅንዒት ይኣምን
ነይሩ::

ኩለ ተጋዲሊይ ንስውኣት ካብ ዜነበሮ ዜሇዒሇ ኽብሪን ፍቕሪን ዴማ “ስጋ ብፆት/ስጋ


ስውኣት መሓሌኡ፣ ብኣዕፅምቲ ብፆት መገ዗ቲኡ፤ አሰር/ርጋፅ ብፆተይ የርግፀኒ ተምኒቱ፤
ሕዴሪ ስውኣት ኣይነዕብርን ጭርሑኡ፤ ወዱ ህውሓት ፇኸርኡ” ከምዜነበረ ኹለ ዜፇሌጦ
ሓቂ እዩ፣፣ እዘይ እዩ እምበኣር እብቲ ናይ 17 ዒመት መሪር ቓሌሲ እቲ ጀግንነት፤
ብፃይነት፤ ህዜባዊ ፍቕሪን ካሌኦት መሇሇዪ ባሕሪያት ተጋዲሊይ ህወሓት ብዜኾነ
ምኽንያት እንተይተሸራረፇ እናተመሓሇፇ ዜመፀን ናብ ዒወት ዗ብፀሐን::

5/ ራዕይ (Vission)

ኣብ ሓዯ ዜተወሰነ እዋን/መዋእሌ ክትበፅሖ ዜዴሇ ነገር ክብፃሕ ዜኽእሌ (Reachable)


ጥቕለሌ ሓሳብ (Statement) እዩ: ማሇት’ውን እቶም ነዙ ንምምፃእ ዜተትሓዘ ዕሊማታት
እንትዕወቱ ከሇው ከመይ ዜበሇት ሀገር እያ ክትህሌወና ተባሂለ ካብቶም ምዕዋቶም ርግፅ
ዜኾነ ዕሊማታት ተሊዑሌካ ከምዜርከብ ርግፀኛ ኮይንካ ተኣማሚንካ እትሕዝ እዩ:: ስሇዜኾነ
ዴማ ኣብቲ እዋን ዕጥቃዊ ቓሌሲ ዜነበረ ናይ ኹለ ተጋዲሊይ ተምኒት “ኩልም
ረብሓታትና ዯርጊ ብምዴምሳስ ይረጋገፁ” ብዜብሌ ኔሩ ዜግሇፅ ዜነበረ:: እቲ ተምኒት ግን
ናይ ቀትሪ ሕሌሚ ወይ ዗ይጭበጥ ተስፊ ዗ይኮነስ ዜጭበጥን ዜተነፀረ መንገዱ ዜሓ዗ እዩ
ኔሩ ተረጋጊፁዴማ::

ብምጥቕሊሌ ኣብቲ ቐዲማይ ምዕራፍ ናይ ዕጥቂ ቓሌሲ ካብ መጀመርትኡ ትኽክሇኛ ናይ


ህዜቢ ሕቶ ብፅንዒት ተፇሌዮም መሌሶም ብንፁር ተቐሚጡ፣ ዕሊማታት ተነፂሮም፣
መሌክዕን አካይዲን ናይቲ ቓሌሲ ብጥንቃቐ ተመሉሱ፣ እቲ ጉዕዝ ነዊሕን መሪርን ብምዃኑ
ብዘሕ ናይ ህይወትን ንብረትን መስዋእትነት ከምዜሓትት ስሇዜኾነ ዴማ እቲ ዜጀመረ
ዜውዴኦ ዗ይኮነስ ብቕብብሌ ዜካየዴ ከምዜኾነን ኣብ መወዲእታ ይንዋሕ ይምረር እምበር
ዒወት ግን ዗ይተርፍ ምዃኑ ናይ ኩለ ሰብ እምነት እዩ ኔሩ፣፣ ነዘይ እውን እዩ

መስመር እዩ ሓይሌና ህዜቢ እዩ ሓይሌና ውይከ ኣይንምብርከኽን

ወይከ ኣይንሰዒርን ተዒወቲ ኢና::


ዜብሌ ብጣዕሚ መሳጣይ መዜሙር ኹለ ተጋዲሊይ ዜዜምር ዜነበረ:: እቲ ቓሌሲ በቶም
ፉት ንፉት ፀሊእቲ ተባሂልም ዜተፇሌዩ ብዜገጥሞ ውግእ ዗ይኮነስ ብኣብ ውሽጡ
዗ጋጠምዎ ናይ መስመርን ናይ ኣረኣእያ ኣፇሊሊያት (ከም እዋን ሕንፍሽፍሽ፣ ናይ 1977
ዯውታን ምቁሌቋሌን ናይ 1982 ናይ ማእኸሌ ሀገር ጉዕዝን) እዩ ናብ ኣፍዯገ ውዴቀት
ከብፅሕ ዜኽእለ ውሽጣዊ ፇተናታት ዗ጋጥሞ ዜነበረ:: እቲ ህዜባዊ ባህሪኡ፣ እቶም
ዕሊማታትን እቲ መስመርን ኣስጢሙ ብምሓዜ ዴማ ብውሽጣዊ ቓሌሲን ፅሬትን
እናተጠናኸረ ዜሓሌፎም ዜነበረ::

እዘይ ጥራሕ ግን ኣይነበረን ንውሽጣዊ ሽግራት ብምይይጥን ክትዕ እናሸነፇ እንትመፅእ


ነቶም ቀንዱ ፀሊእቱ መስፍንነት፣ ቢሮክራሲያዊ ርእሰ-ማሌነትን ሃፀይነትን ዴማ መሬት
ብምምቃሌን ኣብ ዒውዯ ውግኣት ብምስዒርን ጥራሕ ኣይኮነን ክስዕሮም ዜኸኣሇ:: ከምቲ
ልሚ ዜርአ ዗ል ፀረ ኪራይ ኣካብነት፣ ፀረ-ኣኽራርነት፣ ፀረ ትምክሕቲን ፀቢብነትን ካሌኦት
ዴሑራት ኣተሓሳስባትን ዕንቅፊታትን ንምውጋዴ ዜግበር ዗ል ቓሌሲ ሽዐ እውን ፀረ
ኩልም መስፍንነት ዜውሇድም ዴሑራት እምነታትን ሌምዴታትን ትምክሕቲን ፀቢብነትን
ካሌኦት በቢእዋኑ ዜረአዩ ዜነበሩ ዴሕረታትን ካብ ሌቢን ኣተሓሳስባን ሕ/ሰብን ተጋዲሊይን
ብምውጋዴ እውን እዩ ዜሰዒሮም:: ብፍሊይ ከዒ መስፍንነት መሬት ብምምቃሌን ንኢዴዩ
ብውግእ ብመስዒርን ጥራሕ ዗ይኮነስ እቶም ኩልም ዴሑራትን መስፍናዊ ኣተሓሳስባትን
በቲ ዜተኻየዯ ህሌኽ ዗ውዴእ ናይ ኣተሓሳስባ ቓሌሲ እውን’ዩ ካብ መሊእ ትግራይ
ዜተነቐሇ::

እሞ እዘይ ኣብቲ ካሌኣይ ምዕራፍ ቓሌሲ ከመይ ይኸይዴ ኣል? እቶም ዕሊማታት፤ እቲ
ህዜቢ፤ እቲ መስመር ኣብ ቦትኡ ኣል ድ? ናይቲ ቓሌሲ ስሌቲን እስትራተጂን ከ? ናይ
ቕብብሌን ሕዴሪ ስውኣት ኣብ ዗ይምዕባር ከ ከመይ? አሰር (LEGACY) ራዕይ (VISSION)
ኣብዙ እዋን ከመይ እዮም ዜትግበሩ ዗ሇው? ብስሩ ኸ ህወሓት ከመይ ኢና ክንመዜና
዗ሇና? ዜብለ ሕቶታት ቐፂለ ከምዜዕብ ቐሪቡ ኣል::

6/ ካሌኣይ ምዕራፍ ቓሌሲ (ቓሌሲ ኣንፃር ዴኽነት)

እቲ “ቓሌሲና ነዊሕን መሪርን’ዩ ዒወትና ናይ ግዴን’ዩ” ተባሂለ ዜተጀመረ ዜተናወሐ ናይ


ገጠር ዕጥቃዊ ቓሌሲ ናይ ብዘሓት ህይወት በሉዐ፣ ብዘሕ ንብረት በሪሱ፣ ብዘሓት
ቑሸታት ባዱመን ኮታስ ወዱ ሰብ ክፃወሮ ካብዜኽእሌ ንሊዕሉ ሽግራትን መሪር ዯማዊ
ውግኣትን ብዒወት ወያናይ ዳሞክራሲውያን ሓይሌታት ተዚዙሙ::

እቲ ዗ብዑ ዴኽነትን ዴሕረትን ወኪሌ ናይ ኩልም ዒይነት ምዴሕርሓራትን ዜነበረ


ስርዒት ከም ስርዒት (እቶም ኣብቲ ሕ/ሰብ ዜነበሩ ዴሑራት ኣተሓሳስባትን እምነታትን ገና
ብርቱዕ ቓሌሲ ይሓቱ እዮም) ከም዗ይምሇስ ተወጊደ፤ ኩልም ህዜቢታት ሀገርና ፍትሓዊ
ስርዒት ዜምስርትለ፤ ሰብኣዊን ዳሞክራሲያዊን መሰሊቶም ብ዗ይገዯብ ዜኽበረለን፤ ስሌጣን
ናብ ኢድም ዜኣትወለን ዕዴሌ ተመዒራርዩ፤ ብሓፇሻ እቲ ቓሌሲ ብቐጥታ/ፉትንፉት
ኣንፃር ዴኽነት ክኸውን ዗ኽእሌ ኩነታት እዩ ተፇጢሩ::
ስሇዜኾነ እውን ናብ ብዒይነቱ ፍሌይ ዜበሇ መዴረኽ ቓሌሲ ምጅማሩ ዗ብስር ዒወት ኔሩ
እምበር እቶም ዕሊማታት ናይ መወዲእታ ሽቶኦም በፂሖም ኣይተብሃሇን::

ህወሓት/ኢህወዳግ ቅዴሚ ዯርጊ ምዴምሳሱ ዴሕሪ ዒወት እንታይ ዒይነት ኩነታት ክህለ
ከምዜኽእሌን በኸመይ ክተሓዜ ከም዗ሇዎን ኣነፂሮም እዩም:: በዙ ዴማ ኣብታ ሀገር በቲ
ሓዯ ገፅን እቲ መሰረታዊ ጉዲይ ዜኸውን ኣብቲ እዋን ብዘሓት ዜተፇሊሇየ ዒሊማ ዗ሇዎም
ዜተዒጠቑን ዗ይተዒጠቑን ውዴባትን ዜተፇሊሇዩ ንፍትሒን ዱሞክራሲን በዜተፇሊሇየ
ኣግባብ ዜቃሇሱ ውሌቀ ሰባትን ብሰሊማዊ መንገዱ ዜሳተፈለ መዴረኽ ክኸውን ምግባር
ከመ዗ዴሉ፤ በቲ ኻሉእ ገፁ ዴማ ኣብታ ሀገር ክፍጠር ዜኽእሌ ዗ይምርግጋእ ስጋብ
ምብታን ከብፅሕ ዗ኽእሌ ሓዯጋ ከም዗ል:: ዜብለ ክሌተ ዒበይቲን ትኹረት ዜሓቱ
ሓዯጋታት ከም዗ጋጥሙን ነዙኦም ብትኹረትን ብዱሞክራሲያዊ መንገዱ ምእሊይ ከም዗ዴሉ
ብንፁር ተቐሚጦም::

እቲ ዋርዱያ ዴኽነትን ዴሕረትን ዜነበረ ስርዒት ተወጊደ ህዜብታት ኢትዮጵያ


ንሓዴነቶም፤ ንፍትሒን ማዕርነት ዜትኩስዎ ጥይትን ዜኸፍለዎ ናይ ህይወት መስዋእቲ
ከም዗ይህለ፣ ክፈእ መሌክዕ ናይ ጦርነት ዴማ ፊይለ ተዒፅዩ::

ዴሕሪ ሕዙ ህዜብታት ኢትዮጵያ ኣብ ምፍቕቓዴ ዜተመስረት ሓዴነቶም ዜጠናኸረለ፣


ፍትሒን ማዕርነትን ዜነግሰለ፤ ዱሞክራሲያዊን ሰብኣዊን መሰሊቶም ብ዗ይ ምግዲብ
ዜኽበረለ፣ ብብሄራዊ መንነቶም ዗ይሸቑረሩለ፣ ብጉሌበቶም፤ በፍሌጠቶምን ብገን዗ቦምን
ሰሪሖም ሃፍቲ ዗ጥርይለን ዜሌወጥለን ብሓፇሻ ኩልም ብሄርን ብሄረሰብን ህዜብታት
ብፃዕሮም ናትና ዜብሌዎ ስርዒት ዗ሇዋ ሃገር ንምህናፅ ዗ኽእሌ ኩነታት ተፇጢሩ::

ኣብዙ ከምዙ ዜበሇ ጊዛ ግን ክሌተ መሰረታዊ ጉዲያት ጊዛ ዗ይህቡ ኔሮም እቲ ሓዯ ሀገር


ካብ ብተና ምዴሓንን እቲ ካሌኣይ ዴማ ቀፃሉ ናይ ቃሌሲ አንፇት ምንፃርን እዮም
ኔሮም::

ስሇዜኾነ’ውን ፅባሕ ምዴምሳስ ስርዒት ዯርጊ ኣብ ውሽጢ ሓዯ ወርሒ ኩለም ሓይሉታት


ዜሳተፈለ ኮንፇረንስ ብምፅዋዕ ናይ ሽግግር መንግስቲ ምምስራት ተኻኢለ:: እዙ ዴማ ነታ
ሀገር ካብ ምብታን ምዴሓኑ ጥራሕ ዗ይኮነስ እቲ ህዜቢ ተረጋጊዐ ናይ ባዕለ ስርዒት
ንምምስራት ዗ኽእል ጊዛን ዕዴሌን ካብ ምፍጣሩ ብተወሳኺ ኣብ ሀገርና ንፍትሒን
ማዕርነትን፣ ንዱሞክራሲን ሌምዒትን ተባሂለ ዯም ምፍሳስ ከም዗የዴሉን ብሰሊማዊ መንገዱ
ተወዱብካ ይኹን ብተናፀሌ ምቅሊስ ከምዜከኣሌ ኣብ ታሪኽ ሀገርና ንመጀመርታ ግዛ
዗በሰረ ታሪኻዊ ኩነት እውን ነይሩ:: በዙ ዴማ እቲ ህዜቢ ባዕለ በስፍሓት ዜተማየጠለን
ብዱሞክራሲያዊ መንገዱ ወከሌቱ ብምሌኣኽ ብ዗ካየድ ጉባኤ ሕገ-መንግሰቱ ኣፅዱቑ::

ዴሕሪ ኣርባዕተ ናይ ሰሊምን ምርግጋእን ዒመታት ኸዒ ሕገ-መንግሰቲ ብዜፇቕድ ሀገራዊ


መረፃ ብምክያዴ ኣብ ታሪኽ ሃገርና ንመጀመሪያ ጊዛ ብህዜቢ ዜተመረፀ መንግስቲ
ተጣይሹ፣ እዙ ዴማ ካበቶም ናይ ቃሌሲ ዕሊማታት ሓዯን መሰረታዊን ዒወት ኔሩ:: እታ
ሃገር እውን ካብ ምብታንን ምንቁሌቋሌን ምዴሓን ዜኸኣሇትለ ዕዴሌ ተፇጢሩ::
እቲ ጊዛ ዗ይህብ ዜነበረ ናይ ሰሊምን ምርግጋእን ጉዲይ ብ዗ተኣማምን ምስተመሇሰ ቐፂለ
ዜመፅእ ተባራዑን ሕዙ እውን ኢትዮጵያ ትባሃሌ ከም ሃገር ንኽትቅፀሌን ከይትቅፅሌን
ዜውስን ዴኽነት ናይ ምጥፊእን እቶም ዕሊማታት ኣብ ሙለእ ሽቶ ንምብፃሕ ዗ኽእሌ
ኣንፇት ቃሌሲ ምንፃርን እዩ ኔሩ::

ቃሌስና ፀረ-ዴኽንት ከምዜኾነ፣ ብሰሊማዊ ውዴዴር ህዜቢ ዜመረፆ ውዴብ ስሌጣን


ዜሕ዗ለን እቲ ውዴዴር ዴማ ኣብ መንጎ ዱሞክራሲያዊያን ሓይሉታትን ፀረ-ዱሞክራሲን
ከምኡ እውን ተረፍ መረፍ ናይቶም ዴሑራት ስርዒታትን ከምዜኸውን ቅዴም ኢለ እውን
ዜተነፀረ ጉዲይ ዋሊ እንተነበረ ብዕምቆት ዗ተንተነን ንኹልም ዒሇማዊ፣ ከባቢያዊን ሃገራዊን
ኩነታት ዜገምገመን ሕቶታት ዜመሇሰን ኣይነበረን:: ናይ ባዕለ ጊዛ ዜሓትት እውን
ስሇዜነበረ:: ይኹን እምበር እታ ሃገር ግን ኣብታ ዜተረኸበት ሰሊም ካብምንቁሌቋሌ ወፂኣስ
ሃፍቲ ምጥራይ ጀሚራ ኔራ::

እዙ ከምዙ እናሃሇወ እዩ ዴማ ሻዕቢያ ካብቲ ፅግዕተኛ ዴላቱ ተበጊሱ ብዴንገት ወራር


ዜኸፇተሌና፣ እቲ ወራር ሻዕቢያ ሰሊም ክንዯየናይ ከምዜጠቕመና ብግሌፂ ዗ርአየ ኽስተት
ዴማ ኾይኑ እቲ ወራር ብናይ ሃገርና ሙለእ ዒወት ተዚዙሙ:: እቲ ኣብ መወዲእታ
ቐዲማይ ምዕራፍ ቓሌሲ በጥቕሌለ (዗ይተ዗ር዗ረ) ዜተነፀረ ናይ ካሌኣይ ምዕራፍ ቓሌሲ
ኣንፇት ናይ ውሑዲት ዒመታት ሰሊም ተሓዊስዎ ነታ ሃገር ካብ ምብታን ናብ ኣብ
ምፍቕቓዴ ዜተመስረተ ሓዴነትን ምርግጋእን፣ ካብ ምንቁሌቋሌ ናብ ዕብየት፣ ካብ
ኣምባገነንነትን ፀረ-ዱሞክራሲን ሰርዒት ናብ ህዜባዊን ዱሞክራሲያዊን ስርዒት ተሸጋጊራስ
ነቲ ብሃንዯበት ዜተኸፇተና ወራር ክትምክት ዗ኽእሌ ዒቕሚ ዗ሇዋ ሃገር ክትከውን
ዜኸኣሇትለ ኩነታት እዩ ተፇጢሩ::

እዙ ክሌተ መሰረታዊ ጉዲያት ኣመሊኺቱና ሓሉፈ በቲ ሓዯ ገፅ ዕሊማታትና ዜዕወቱን ናይ


ሀገርና ህዜብታት ዜተማሇአ ጥቕሚ ካብ ሰሊምን ብሰሊምን ጥራሕ ዜረጋገፁ ምኳኖም
እንትኸውን በቲ ኻሉእ ገፅ ዴማ እቶም ዜተበገስናልም ዕሊማታትን ዜተኸተሌናዩ
መስመርን አካይዲ ቓሌስን ብመሰረቱ ትኽከሌ ኮይኖም ካብኡ ንሊዕሉ ምዜርዚርን
ምዕሟቕን ብፍሊይ ንፁር ፖሉሲን ስትራተጂን ምሕንፃፅን ሓዯጋ ናይቲ መዴረኽ
ምፍሊይን ከም዗ዴሉ ኣመሊኺቱ ሓሉፈ::

ኣብ’ቲ እዋን ኣብ ኢህወዯግ ብፍሊይ ዴማ ኣብ ማእኽሊይ ኮሚቴ ህወሓት ዗ጋጠመ


ኣፇሊሊይ ስቕ ኢለ ብኣጋጥሚ ዜመፀን ብተራ ምይይጥን ምርዴዲእን ዜፍታሕ ኣይነበረን::
ብኣውርኡ ኣብ ናይ ህወሓት/ኢህወዯግ ህሌውና (ኣብቶም ዕሊማታት፣ መስመርን ህዜብን)
዗ነፃፀረ ሓዯጋ ስሇዜነበረ መፍትሒኡ ዴማ እቶም ዕሊማታት፣ መስመርን ህዜብን ዜነበረ
መርገፂ ኣስጢምካ ብምሓዜ ንፁር ኣካይዲ ናይቲ ቓሌሲ (ፖሉሲ፣ ስትራተጂ፣ ኣካይዲ
ቓሌሲ፣ ሓዯጋ ናይቲ ቓሌሲ) ሃገራዊ፣ ኣህጉራዊን ዒሇማዊን ኹነታት ብዜግባእ ዗ገና዗በን
ዜተ዗ር዗ረን መሌሲ ምሃብ ወሳኒ ኔሩ::

በዙ መሰረት እቶም ኣብ ሕገ-መንግስቲ ሰፉሮም ዗ሇው ናይ ህወሓት/ኢህወዯግ ዕሊማታት


ኣብ ሽቶኦም ንምብፃሕ (ማእኸሊይ እቶት ዗ሇዋ ሃገር ንምፍጣር) ወያናይ ዱሞክራሲያዊ
መስመር ሕዙ እውን ብሕታዊ መንገዱ ምኳኑን ኣብ’ዙ ግዛ ዘይ ሃገርና ካብ’ቲ ዗ሊቶ
ዴኽነት ብናይ ኒዮ ሉበራሌ (ኣብ ከማና ዜበሊ ዗ይማዕበሊ ሃገራት ፅግዕተኛ) መንገዱን
ኣተሓሳስባን ምዕባሇ ዗ይሕሰብ ምኳኑ ብንፁር ተቐሚጡ::

በዙ ዜተቓነዩ ናይ ሃገራዊ ዴሕንነትን ወፃእ ጉዲይን፣ ናይ ሕርሻ፣ ናይ ኢንዲስትሪ፣ ናይ


ኢኮኖሚ፣ ናይ ገጠርን ከተማን ሌምዒት፣ ናይ ትምህርትን ካሌኦት ጉዲያትን ዜምሌከት
ኣብ ንፁር ፅንዒት ዜተመስረተ ዜር዗ር ፖሉሲን ስትራተጂን ተቐሪፆም፣ ናይቲ ቀፃሉ
ቃሌሲ ሓዯጋ ዴማ ፅግዕተኛ ኣተሓሳስባን እምነትን ዜፇጥሮ ኪራይ ኣካብነት ኣተሓሳስባን
ተግባርን ምኳኑ ነዙ ዜፃወር ዴኽነትን ዴሕረትን ዜወሇድ ምቹው ኩነታት ከም዗ል፣
ስሇዜኾነ ወያናይ ዱሞክራሲያዊ ኣተሓሳስባ ሌዕሌነቱ ስካብ ዗ረጋግፅ እቲ ኣብ መንጎ
ወያናይ ዱሞክራሲያዊን ሓይሌናን ናይ ኒዩ ሉበራሌ ፅግዕተኛ ኣተሓሳስባ ዗ሇዎም በሇፅ
዗ዕወሮም ኪራይ ኣከብቲ ሓይሉታትን ዜግበር ቓሌሲ ከቢዴን ዜተሓሊሊኸን ከምዜኾነን
ናብ ፇተና እንኣቱ ዗ሇና ምኳና ብምንፃር ናብ ተሃዴሶ ኣቲናስ ዚጊዴ ናይ ዒሇም ቀሌቢ
ዜሰሓበ ብዋናነት ዴማ ናይ መሊእ ናይ ሃገርና ህዜቢታት ተስፊ ቁሌጭ ኣቢለ ዗ርኣየን
በዙ እንተቐፂሌና ኣብ ዜሓፀረ ግዛ ሃገርና ናብ ማእኸሊይ እቶት ከምተበፅሕ ዗ረጋገፀ
ምዕባሇ ክምዜገብ ክኢለ::

“ቃሌስና ነዊሕን መሪሪን እዩ ዒወትና ግን ናይ ግዴን እዩ!!!”

ሐምሇ 2010 ዒ.ም

መዲሇዊ ዯጀን ጎይቶኦም

አቦ ወንበር ካምፓስ ኮሚቴ ህወሓት ዒዱግራት ዩኒቨርሲቲ

You might also like