Professional Documents
Culture Documents
ዘካርያስ
ኣዳላዊ
ቀሺ መስፍን ዮሃንስ
72
መጻኢ ኣብ ኣገልግሎት ባሮቱ ኢዩ ዘሎ። ስለዚ ባሮት ኣም
ላኽ ኣብ ዕዮኡ ብምሉእ ልቦም ከገልግሉ ኣዝዩ፣ ኣዝዩ ወሳኒ
ኢዩ። እቲ ነዚ ዓወት እዚ ዘብቅዕና እቲ “መንፈስን ቃልን
ደምን” ኣሎና እሞ ብምእማንን ምእዛዝን ነኽብሮ፣ ንሱ ከኣ
ከኽብረና ኢዩ። ኣሜን ኣሜን።
2 71
እቶም ካብኣቶም ዝውለዱ ኸኣ ከም ኵሉ ወዲ ኣዳም፣ እቲ
ኣዳማዊ ባህሪ ዝጠበቘም ኢዮም። ስለዚ ነቲ ፈጣሪኦምን መ
ድሓኒኦምን ንጉሶምን ዝኾነ፣ ፈትዮም ህይወቶም ክህብዎ ወ ት ሕ ዝ ቶ
ይ ክኣብይዎ ሰብ ምሉእ ምርጫ ኢዮም። እቲ ነዚ መረጋ
ገጺ ዝኾነና ኸኣ ኣብ ጥ.17 “ክኸውን ድማ ኢዩ፣ ገለ ካብዞም መቕድም ........................... ገጽ 4
ዓሌት ምድሪ ነቲ ንጉስ፣ ንእግዚኣብሄር ጐይታ ሰራዊት ክሰ
ግድሉ ናብ የሩሳሌም እንተ ዘይደየቡ፣ ኣብኦም ዝናም ኣይክ መእተዊ
ዘንምን ኢዩ፣ ዓሌት ግብጺ እንተ ዘይደየቡን ዘይመጹን ከኣ 1 እቲ ነብይን ዘመኑን ............ 6
ናብኦም’ውን ኣይክዘንምን ኢዩ። እዚ እቲ እግዚኣብሄር ነቶ
ም በዓል ዳስ ከብዕሉ ዘይድይቡ ኣህዛብ ዝቐጽዓሉ መዓት 2 እቲ ንጹር መልእኽቲ ናይዛ መጽሓፍ.... 8
ኢዩ፣” ዝብል ኣሎና።
እቲ ንጹር መፈጸምታ ናይዚ ዕልወት እዚ፣ እቲ ኣብ ራእ. 3 እቲ ነባሪ ትሕዝቶ ናይዛ መጽሓፍ......... 10
20፣7-10 “እተን ሽሕ ዓመት ምስ ተፈጸማ ኸኣ፣ ሰይጣን ካብ
ማእሰርቱ ክፍታሕ እሞ ነቶም ኣብ ኣርባዕተ መኣዝን ምድሪ 4 ምግላጽ ሕቡእ መዛግብቲ ብሉይን
ዝነብሩ ኣህዛብ፣ ንጐግን ማጐግን ከስሕቶም ንውግእ’ውን ም ሓድሽን ኪዳን......... 11
እንቲ ክእክቦም ክወጽእ ኢዩ፣ ቍጽሮም ድማ ከም ሑጻ ባሕ
ሪ ኢዩ። ኣብ ልዕሊ እቲ ግፍሒ ምድሪ ከኣ ወጹ፣ ንሰፈር እ 5 ዝርዝራዊ ትሕዝቶ’ዛ መጽሓፍ ...... 15
ቶም ቅዱሳትን ነታ ፍቕርቲ ከተማን የሩሳሌም ድማ ከበቡ።
ካብ ሰማይ ከኣ ሓዊ ወሪዱ በልዖም፣” ዝብል ፍረ ምርጫኦም ምዕራፍ ሓደ
ጋህ ኢሉ ንርእዮ ኣሎና። እቲ ንምህናጽ እታ ቤተ መቕደስ ዝተዋህበ
መልእኽቲ ................................... 17
መደምደምታ፣-
ኣብ መዕጸዊ ጽሑፍና ትንቢት ዘካርያስ፣ ሓደ ጽሓፊ ነቶም ምዕራፍ ክልተ
ብኣርእስታዊ መጽናዕቲ ከነጽንዓ እንደሊ ክልተ ኣገደስቲ ሓ እቲ ድሕሪ ምህናጽ ቤት መቕደስ
ሳባት ኣበርኪቶምልና ኣሎዉ። ዝመጾ ቃል....................................... 42
1. ነቲ ኣብ ትንቢት ዳኒኤል ንመጻኢ ዝተነግረ ትንቢታዊ
ቃል ፍጻመኡ ኣብዛ መጽሓፍ እዚኣ ተዋሂቡና ኣሎ።
ነብዪ ዳኒኤል መደብ ኣምላኽ ነዛ ዓለም እዚኣ ብመንጽር
ኣህዛብ ኢዩ ሂቡና ዘሎ። ነብዪ ዘካርያስ ከኣ ንመደብ
ኣምላኽ ብዘመን ኣህዛብ ብጠመተ እስራኤል ኢዩ ሂቡና
ዘሎ።
2. ንባሮት ኣምላኽ ኣብ ዕዮ ኣምላኾም፣ ነቲ ኣዝዩ ብሉጽ ዝ
ኾነ ዕዮ ብምሉእ ልቢ ንምዕያዩ ራእይን ምትብባዕ እት
ህብ መጽሓፍ ከኣ እያ።
እያሱ እቲ ሊቀ ኻህናትን ዘሩባቤል እቲ ምስለኔን እታ ብዘ
መኖም ዝነበረት መንግስትን፣ ነዚ ኣብዛ ትንቢት’ዚኣ ተዋሂቡ
ዘሎ ክብረት ኣይርኣይዎን፣ እንተዀነ ግና መደብ ኣምላኽ ን
70 3
ብሄር ሓደ፣ ስሙውን ሓደ ክኸውን ኢዩ፣” ዝብል ኣሎና። ነ
ዚ ከኣ’ዩ እቲ “በታ መዓልቲ እቲኣ ድማ ኣብ ቤት እግዚኣብ
መቕድም ሄር ጐይታ ሰራዊት ከንኣናዊ ማለት መምለኽ ጣኦት ከቶ ኣ
ይክህሉን ኢዩ፣” ተባሂሉ ዘሎ።
ኣብዛ ሒዝናያ ዘሎና መጽሓፍ፣ እቲ ነብዪ ኣብቲ እዋኑ ኾይ ሽዑ ብጀካ እቲ ሓደ ኣምላኽ፣ ኣማልኽቲ ዝበሃሉ ኣይህልዉ
ኑ፣ ስለቲ ኣብ ቅድሚኡን ሽዑ ንሽዑን ዝቕጽልን ካብኡ ሓ ን። ብጀካ እታ ሓንትን በይናን ናይ ኣምላኽ ዝኾነት ማሕ
ሊፉ ኸኣ ንርሑቕ መጻኢ፡ ማለት መወዳእታ ታሪኽ ግዝኣት በር ካልኦት ማሕበራት ኣይህልዋን። ኣብዚ እቲ ኣብ ዘሁ.
ደቂ ሰባትን መጀመርታ ግዝኣት እቲ መሲህን ዝኾኑ ራእይን 14፣21 “ግናኸ ኣነ ብሓቂ ህያው ኢየ፣ ብዘላ ምድሪ ኸኣ ብ
ፍጻመ መልእኽቱን ሂቡና ኣሎ። ኽብሪ እግዚኣብሄር ክትመልእ ኢያ፣” ዝበሎ ቃል ክፍጸም ኢ
ትሕዝቶ እተን ቀዳሞት ሾሞንተ ምዕራፋት፣(1-8) ኣብቲ እዋ ዩ።
ን ምህናጽ እታ ቤተ ምቕደስ ነቲ “ኣነ ብጽዮን ዓብዪ ቕንኢ ስለዚ እቶም ንመንግስቱ ዝወርስዋ ንሳቶም እቶም ዝቐደሶ
ቀኒአ ኣሎኹ” ብምባል ንእዋኑን ምስቲ ንመጻኢ ዝኾኖም ነ ም፣ ኣቱም ናይ ኣቦይ ብሩኻት ዝበሎም ብደሙ ዘንጽሆም ሰ
ባሪ ተስፋ ዝሃቦም ቃል ምትብባዕ ሒዘን ኣለዋ። ባት ጥራይ’ዮም። እቲ ሽዑ ንኵሉ ዝርአን ዝስማዕን ከኣ “ቅ
ትሕዝቶ ምዕራፍ (9,10) ከኣ ነተን ቀጺለን ዝተንስአ፣ መ ዱስ ንእግዚኣብሄር” ዝብል ጥራይ ኢዩ ክኸውን። ስለዚ እዚ
ንግስታት ጽርኣውያን ብዘበን እስክንድር ዓብይን ብድሕሪኡ ኣቶም ብሓንቲ እምነት ዝሓበሩ ኣብታ ዝወርስዋ ብርኽቲ
ዝሰዓቡ ገዛእትን ኣለዉና፣፣ ኣብዚ መጀመርታ ናይቲ “ጾር ቃ መንግስቲ ኣምላኾም ሓቢሮም ብእልልታን ሓጐስን ንዘልኣለ
ል እግዚኣብሄር ኣብ ልዕሊ ሃገር ሓድራክን ደማስቆን ኣብ ም ኣለም ክነብሩ ኢዮም። ንሕና ከአ ዕዱማት ኢና! እቲ ቃ
ልዕሊ ጢሮስን ሲዶናን ከኣ ይዓርፍ” እናበለ ናይ ወዮ ኣዋጅ ልን ደምን መንፈስን ይዕድሙና ኣለዉ።
ዝተነግረለን ኣሎና። ኣብኡ ከኣ’ዩ እቲ ዓብዪ ምንጋፍ ንህዝ
ቡ፣ “ኣነ ኣብ ዙርያኣ መካበብያ ሓዊ ክኾነላ፣ ኣብ ማእከላ 5. እቲ ኣብ ማእከል እዚ ኵሉ በረኸት ዚኽሰት ዕልወት፣
‘ውን ንኽብሪ ክኸውን’የ” ዝበሎ ተስፋ እተፈጸመሎም። ኣብ ጥ.17-19 “ክኸውን ድማ ኢዩ፣ ገለ ካብዞም ዓሌት ምድ
ናይቲ ዘመን እቲ ጸሓፍቲ ከም ዝሕብርዎ፣ እቲ ድሕሪ እስክ ሪ ነቲ ንጉስ ንእግዚኣብሄር ጐይታ ሰራዊት ክሰግዱሉ ናብ የ
ንድር ዓብዪ ኣብ ልዕሊ ይሁዳ ዝተንስአ ገዛኢ ኣንቲዮክስ ሩሳሌም እንተ ዘይደየቡ...፣ ዓሌት ግብጺ እንተ ዘይደየቡን ዘ
4ይ አፒፋኒ ዝብልዎ ኢዩ፣፣ መግዛእቱ ከኣ ንኣይሁድ እቲ ዝ ይመጹን፣...ዝናም ኣይኪዘንምን ኢዩ። እዚ እቲ እግዚኣብሄር
ጸልመተ እዋን ንመንፈሳውን ሃገራውን ታሪኾምን ህይወቶም ነቶም በዓል ዳስ ከብዕሉ ዘይድይቡ ኣህዛብ ዝቐጽዓሉ መዓት
ን ምንባሩ ሓቢሮም ኣለው። ኢዩ፣፣ እዚ እቲ ቕጽዓት ግብጽን ቅጽዓት እቶም በዓል ዳስ ከ
ኣብቲ እዋን እቲ ኸኣ’ዮም እቶም ስድራ ቤት መቃባውያን ብዕሉ ዘይድይቡን ኵላቶም ኣህዝብ ኢየ።”
ንናጽነቶም ዝተቓለስሉን ዝተዓወትሉን ሓያል ቃልሲ ዝተኻ እዚ ኣብቲ እግዚእብሄር ብጽድቂ ዝገዝኣሉ ናይ በረኸት እዋ
የደ። እቲ ብቐጻሊ ዘጋጥሞም ዝነበረ ተጻብኦታት ከኣ ክሳብ ን፣ እዚ ኣብዚ እንርእዮ ዘሎና ተርእዮ ናይ “ዘይምእዛዝ፣” ከ
ናብቲ ቀዳማይ ገጽ መግዛእቲ መንግስቲ ሮሜ ዝወደቐትሉ መይ ኢሉ ክኽሰት ይከኣል? ኢልና ክንሓትት ግቡእ ኢዩ።
ዘጠቓለለ’ዩ ዝነበረ። እቶም ኣብ ምድሪ ዝጸንሑ እሞ ናብቲ ናይ ሽሕ ዓመት ግ
ትሕዝቶ ምዕራፍ ዓሰርተ ሓደ (11)ከኣ እቲ ካብኡ ቀጺሉ ዝ ዝኣት ጽድቂ ዝኣተው ሰባት፣ ከም ኵላቶም ንኣምላኽ ዝኣመ
ተኽስተ ሕቡእ መዝገብ ናይ 400 ዓመታት ኣቢሉ ኣብ መ ንዎን ዝደሓኑን ዝተቐደሱን ሰባት፣ ንቕድሚት ምግስጋስ ኮነ
ንጎ እቲ ናይ መወዳእታ መጽሓፍ ናይ ብሉይ ኪዳንን መጀ ንድሕሪት ምምላስ ሰብ ምሉእ ምርጫ ኢዮም። ምስ እዚ
መርታ ናይ ሓድሽ ኪዳንን ዝነበረ ግዜ’ዩ ዘሎና። ኵሉ ኸኣ ባህርያዊ ነገር ኢዩ ክፈርዩን ክፋረዩን ክበዝሑን
ኣብ ትሕቲ መግዛእቲ ሮሜ ከለዉ ኸኣ’ዮም፣ እቲ መዳርግ ከኣ ኢዮም።
ቲ ዘይብሉ ክፉእን ሕሱምን ስጕምቲ፣ ኣብ ልዕሊ እቲ ንም
4 69
ሉን ኣብ ዓዓመት ክድይቡ ኢዮም፣፣” እዚኦም ንጐይታና የ ድሓኖም ዝመጸ ሕያዋይ ጓሳ፣ ደሙ ኣባናን ኣብ ደቅናን ብ
ሱስ ከም መድሓኒኦምን ኣምላኾምን ጐይትኦምን ዝተቐበል ምባል ዝተሓሰምዎን ዝነጸግዎን ኣሕሊፎም ንሞት ዝሃብዎ
ዎ ብስሙ ዝኣመኑ መሰል ውልድነት ዝተቐበሉ ኢዮም፣፣ ነዚ ን።
ኣቶም ከኣ ኢዩ፣ “ኣቱም ናይ ኣቦይ ብሩኻት ንዑ፣ እቲ ካብ እተን ዝተረፋ ሰለስተ ምዕራፋት (12—14) ነዚ ናይ ሓድሽ
ምስራት ዓለም እተዳ ለወልኩም መንግስቲ ውረሱ ዝብሎም ኪዳን ዘበን ሰጊረን፣ ነቲ ኣብ ፍጻመ እቲ ሃገራዊ ታሪኽ እስ
ማቴ. 25፣34፣፣ እዚኦም ምስቶም ከምኦም ካብቲ ብርቱዕ ጸበባ ራኤልን እቲ ምሉእ ትጽቢት ደቂ ኣምላኽን ፍጥረትን ዝ
ዝወጹ ኣይሁድ ሓደ ኣካል ኮይኖም ክሰግዱ ናብቲ በዓል ዳ ኾነት ዘለኣለማዊት መንግስቲ ጐይታናን መድሓኒናን የሱስ
ስ ክድይቡ ኢዮም። እዚ በዓል እዚ ኣብ ነህ.8፣14-18 ኣሎ ክርስቶስ ዘማዕደወ ትሕዝቶ ሒዘን ኣለዋ።
ና። ኣብዚ ከኣ’ዩ እቲ ካልኣይ ገጽ ናይ መንግስቲ ሮሜ፣ ምግላጽ
3. እቲ ስግደትን ምኽባር በዓል ዳስን፣- እቲ ሰብኣይ ዓመጻ፣ ማለት ጸረ-ክርስቶስ ዝገዝኣሉን ኣምላኽ
እዚ ብስግደት ዝተሰነየ ምኽባር በዓል ዳስ እዚ እንታይ ኢ ኣብ ምዱብ እዋኑ ንምድሓን ህዝቡ ኢዱ ዝዝርግሓሉን ተ
ዩ? እዚ ብዓል ዳስ ንደቂ እስራኤል ኣብቲ ኣጀማምርኡ መዝጊቡልና ዘሎ፣፣ ዘካ.12፣4,14፣12, 15 “በታ መዓልቲ እቲኣ
ሰለስተ ኣገደስቲ ነገራት ዝሓቘፈ ኢዩ ነይሩ። ዘጽ.23፣14-17 ንዅላቶም ኣፍራስ ብስምባድ ንዝውጥሕዎም ከኣ ብጽላለ ክ
1) ሕሉፎም፣ ባርነቶምን ናጽነቶምን በረኸቶምን ዝዝክርሉ፣ ወቕዖም...ኢየ” ዝተባህለሉ ፍጻመ ክኸውን’ዩ። እዚ እቲ ብም
2) ናይ ምስጋና ኣገልግሎት ዘቕርብሉ፣ ልኣቱ ኣብ ራእ. 6፣1-20፣3 ተዋሂቡና ዘሎ’ዩ። እቲ ቀጺሉ ኣ
3) ነቲ ዝመጽእ ዝተዓቍረሎም ሰናይ እናጠመቱ ዝባረኹሉ ብ ዘካ.14፣5ለ-11,16-21 ዘሎና ምስቲ ኣብ ራእ21፣1-5 ዘሎዎ
ን ዝሕጐስሉን ናይ በረኸቶም ግዜ ኢዩ ዝነበረ። ምትሕሓዙ ምእንቲ ክንኽእል ነስተብህለሉ፣፣
ስለዚ ኣብቲ ሕሉፍ ናይ ደቂ እስራኤል ከምዚ ካብ ነበረ ነ በዚ መሰረት ከኣ ነቲ መወዳድርቲ ዘይብሉ ዘለኣለማዊ ክብረ
ዞም ሳላ እቲ ዝፈሰሰ ደም ገንሸል ካብ ድቕድቕ ጸልማት ና ት፣ እቲ ሃዋርያ ጳውሎስ ኣብ ሮሜ.8፣18-19 “ሃረርታ ፍጥረ
ብ ፍጹም ብርሃን ዝተሳገሩ ደኣ ክንደይ ብሓጐስ ክሰግዱን ት ነቲ ምግላጽ ደቂ ኣምላኽ ይጽበዮ ኣሎ እሞ ከምኡ ኸኣ
በዓሎም ሓንሳእ ንሓዋሩ ብእልልታ ከኽብርዎ ዘይግብኦምን? ኣነ ንስቓይ እዚ ዘመንዚ ነቲ ኣባና ክግለጽ ዝመጽእ ዘሎ ክ
በዚ ምኽንያት እዚ ኸኣ’ዮም በብዓመቱ ንስግደትን ምኽባር ብሪ ከም ዘይመዓራረዮ እኣምን ኣሎኹ፣” ዝበሎ ክብረት ከይ
ብዓል ዳስን ዝድይቡ። ሓልፈና ጥራይ ንጠቀቕን ልባትና ነዳሉን።
እቲ ነዚ ዓወት እዚ ውሕስነት ዝህብ ህይወት ከኣ ኣብ ህዝ
4. እቲ ናይ ሽሕ ዓመት ሓጐስ ዘንጀርበቦ ቅዱስ ህይወትን 36፣25-28 ዘሎና ንጹር ተስፋ ንወንኖ። መስተንክር ዝኾነ
ስግደትን፣- ምኽርን መኻርን ጥበብ ኣምላኽና ኣብኡ ኣሎና ክብሪ
ኣብዚ ብመሰረት ዘካ.12፣10,11 ኵላ እታ ሃገር ብምልእታ፣ የ ንስሙ ይኹን። ነዚ ኸኣ ኢዩ ኣብ ራእ22፣17 “እ ቲ
ሩሳሌምን ይሁዳን ሰባን ንብረታን ንእግዚኣብሄር ኣምላኻ ዝ መንፈስን እታ መርዓትን ንዓ ይብሉ ኣለዉ። እቲ
ተቐደሰት ክትኸውን ኢያ። ነዚ ኸኣ ኢዩ ኣብ ጥ.20,21 ዝሰምዕውን ንዓ ይበል። ዝጸምአ ኸኣ ይምጻእ ዝደለየ‘ ውን
“በታ መዓልቲ እቲኣ ኣብ ቃጽል ኣፍራስ ቅዱስ ንእግዚኣብሄ ማይ ህይወት ብኸምኡ ይውሰድ፣” ዝብል ህያው መሎኰታዊ
ር ዝብል ክጸሓፍ ኢዩ። እቲ ኣብ ቤት እግዚኣብሄር ዘሎ ድ ዕድመ ተዋሂቡና ዘሎ።
ስትታት ከምቲ ኣብ ቅድሚ መሰውኢ ዘሎ ሒላባት ክኸውን
ኢዩ። ድስቲ ዘበለ ዅሉ ኣብ የሩሳሌምን ይሁዳን ንእግዚኣብ
ሄር ጐይታ ሰራዊት ክቕደስ ኢዩ። እቶም መስዋእቲ ዝስው
ኡ ዅላቶም ከኣ ክመጹ ኢዮም ካብኡ ወሲዶም ኣብኡ ከብ
ስሉ ኢዮም...፣፣” እዚ እቲ ኣብ 14፣9 “እግዚኣብሄር ከኣ ኣብ
ልዕሊ ዅላ ምድሪ ክነግስ ኢዩ፣ በታ መዓልቲ እቲኣ እግዚኣ
68 5
ሓደ ወሰን ሰማይ ካብ ኣርባዕቲኡ መኣዝን ንፋሳት ክእክብ
ዎም ኢዮም፣” ዝብል ቃል ኣሎና።
መእተዊ ካልኣይ፣- እቶም ካብ ኣህዛብ ከም ኣባጊዕ ዝመሰሎም፣ “ኵሎ
ም ኣህዛብ ድማ ኣብ ቅድሚኡ ይእከቡ። ንሱ ከኣ ጓሳ ነባጊ
ዕ ካብ ኣጣል ከም ዝፈላልየን ካብ ንሓድሕዶም ይፈላልዮ
እቲ ነቢይን ዘመኑን ም። ነተን ኣባጊዕ ኣብ የማኑ ነተን ኣጣል ኣብ ጸጋሙ የቑ
መን። ሽዑ እቲ ንጉስ ኣብ የማኑ ንዘለዉ ኣቱም ናይ ኣቦይ
ብሩኻት ንዑ፣ እቲ ካብ ምስራት ዓለም እተዳለወልኩም መን
1 መንነቱ፣— ግስቲ ውረሱ፣” ይብሎም። “ድሕርዚ ኣብ ጸጋሙ ንዘለዉ ይ
እዚ ጸሓፋይ ኣብ 1፣1 ሓቢሩልና ከም ዘሎ፣ ዘካርያስ ወዲ በ ብሎም፣ ኣቱም ርጕማት ካባይ ርሓቑ፣ ናብቲ ንሰይጣንን ን
ረክያ ወዲ ዒዶ ይብሃል። ኣብ መጽሓፍ እዝራ 5፣1, 6፣14 መላእኽቱን እተዳለወ ናይ ዘልኣለም ሓዊ ይብሎም።”
ተጠቒሱልና ከም ዘሎ’ውን፣ ዘካርያስ ዝብሃል ወዲ ዒዶ ነቢዪ እቲ መደምደምታ ናይ ኵላቶም ከኣ ከምዚ ኣብ ማቴ.25፣46
ምስ ነቢዪ ሃጌ ተዋሂቡና ኣሎ። ኣብ ነህ.12፣1-4,16 ሓደ ካ ተዋሂቡና ዘሎ፣ “እዚኣቶኦም ናብ ናይ ዘልኣለም ስቓይ፣
ብቶም ምስ ዘሩባቤልን እያሱን ካብ ምርኮ ዝደየቡ ካህናት ጻድቃን ግና ናብ ናይ ዘልኣለም ህይወት ክኸዱ ኢዮም፣” ዝ
ዒዶ፣ ካብ ዒዶ ዘካርያስ ዝተባህለ ካህን ኣሎና። እዚ ኸኣ ነ ብል መወዳእታ ዅሉ ነገር ኣሎና።
ቢዪ ጥራይ ዘይኮነስ ካህን ካብ ዓሌት ካህናትን ነቢይን ከኣ ሕጂ እቲ ኣብዛ ሻምነይቲ ክፋል ተዋሂቡና ዘሎ ስእሊ ናይ
ኢዩ ዝነበረ። ታ ዘመን እቲኣ ክንርኢ፣፣
ትርጕም ስሙ፡ ዘካርያስ ማለት “እግዚኣብሄር ይዝክር” ማለ 1. ኣጀማምርኣ፣-
ት ኢዩ። እቲ ስም ኣቡኡ በረክያ ማለት “እግዚኣብሄር ይባ ኣብ ራእ.19፣14 “ሰማይ ከኣ ተኸፊቱ ርኤኹ፣፣ እንሆ ድማ ኣ
ርኽ” ማለት ኢዩ። እቲ ስም ኣባሓጉኡ ዒዶ ማለት ከኣ እግ ምበላይ ፈረስ እቲ ተቐሚጥዎ ዘሎ ኸኣ እሙንን ሓቀኛን ይ
ዚኣብሄር ዝመደቦ ግዜ” ማለት ኢዩ። ስለዚ እቲ ኣብ ኣስማ ብሃል፣ ብጽድቂ’ውን ኢዩ ዝዳንን ዝዋጋኣን።...ኣብ ሰማይ ዘ
ቶም ዘሎና ትርጕም ብሓባር ንባህሪ እቲ ዝተዋህቦ ትንቢት ለዉ ሰራዊት ከኣ ጻዕዳን ጽሩይን ሻሽ ተኺዲኖም ኣብ ኣ
ዝገልጽ፣ “እግዚኣብሄር ኣብ ምዱብ እዋኑ ንህዝቡ እናባረኸ ምበሌታት ኣፍራስ ተቐሚጦም ሰዓብ ዎ፣” ይብለና።
ክባርኽ” ዝብል ትሕዝቶ ኣሎዎ። እቲ መንነት ናይቶም ዝስዕብዎ ኣብ ራእ.19፣5-14, 20፣4-6
ተዋሂቡና ከም ዘሎ፣ ኣካል ናይታ መርዓት እቲ ገንሸል ብን
2 ዘመኑ፣- ዝበለ ጻዕዳ ሻሽ ጽሩይ ክዳን ዝተኸድኑ፣ እዚ ጽድቂ እቶም
ብኻልኣይቲ ዓመት ዳርዮስ ንጉስ ፋርስ በታ ሳምነይቲ ወር ቅዱሳት ኢዩ ዝተባህለሉ፣ እቶም ናይ ክብሪ ሰማያዊ ስጋ ዝ
ሒ ዝመጾ ቃል እግዚኣብሄር ምዃኑ እዋኑን ዘመኑን ሂቡና ለበሱ ኢዮም። እዚ እቲ ኣብ 1ቈረ15፣40-58 “ ከምቲ ምስሊ
ኣሎ። እዚ ኣብ ወርሒ ሕዳር 520 ቅ.ል.ክ ኣቢሉ ኢዩ። ክ እቲ መሬታዊ ዝለበስና፣ ምስሊ እቲ ሰማያዊ ድማ ክንለብስ
ልተ ወርሒ ድሕሪ እቲ ብነብዪ ሃጌ ዝተዋህበ ትንቢት ከኣ ኢና፣” ተባሂሉልና ኣሎ ፣፣ ነዚ ኸኣ ኢዩ ጐይታና የሱስ ኣብ
ኢዩ። ማቴ22፣30 “ኣብ ትንሳኤስ ከም መላእኽቲ ኣምላኽ ኣብ ሰማ
ይ ኢዮም፣” ዝበለ።
3. ትሕዝቶ፣-
ትሕዝቶ ጽሑፋቱ ክልተ ክፍሊ ከም ዘሎዎ ንጹር ሓበረታ 2. እቶም ኣብ ምድሪ ዝጸንሑ፣-
ኣሎና። እቲ ቀዳማይ ክፋል ምዕራፍ (1-8) ዘሎ ኣነጺሩ ግዜ ኣብ ጥ.16 “ክኸውን ድማ ኢዩ፣ ካብቶም ኣንጻር የሩሳሌም
ኡን እዋኑን ሂቡና ኣሎ። እቲ ካልኣይ ክፋል ምዕራፍ 9-14 መጺኦም ዝነበሩ ዅሎም ኣህዛብ ዝተረፉ ዘበሉ ዅላቶም ንን
ግና ጠመትኡ ንርሑቕ መጻኢ ብምንባሩ ዝተዋህበና ሓበረ ጉስ፣ ንእግዚኣብሄር ጐይታ ሰራዊት ክሰግዱ ብዓል ዳስ ከብዕ
6 67
ላቑ ይሁዳ ብልቦም እቶም ኣብ የሩሳሌም ዝነብሩ ብጐይታ ታ ናይ ግዜ የብሉን።
ሰራዊት ኣምላኾም ሓይለይ ኢዩ፣ ክብሉ ኢዮም፣” ምዕራፍ እቲ ኣብ ቀዳማይ ክፋል ጽሑፋቱ ሰፊሩልና ዘሎ ገጸ-ባህርያ
12፣5 ዝተባህለልና ክኸውን’ዩ። ት፣ ነቲ ሽዑ ኣብ እዋኑ ዝተፈጸመ ብቂሮስ ንጉስ ፋርስ፣ ኣብ
ስለዚ ይሁዳ ንየሩሳሌም ክዋግኣ ኢዩ፣ ዝብል ዘሎ ነቶም ንየ ኵላ መንግስቱ ብቓልን ብጽሑፍን ዝተዋህበ ትእዛዝ፣ “ቂሮስ
ሩሳሌም ስዒሮም ዝሕዝዋን ኣብ ማእከላ ዘመትኣ ክማቐሉ ንጉስ ፋርስ ከምዚ ይብል፣ እግዚኣብሄር ኣምላኽ ሰማይ…ኣብ
ኢዮም ንዝተባህለሎም ኣህዛብ ስዒሮም፣ ድርብን ዕጽፍን ም ታ ኣብ ይሁዳ ዘላ የሩሳሌም ቤት ክሰርሓሉ ኣዘዘኒ፣፣ ዝኾነ
ርኮ፣ ምስቲ ካብታ ከተማ ዝዝመትን እቲ ካብ ካልኦም ዘም ይኹን ካብ ህዝቡ ኣብ ማእከልኩም ዘሎ ኸኣ ኣምላኹ ምስ
ጽእዎን ዘመተ ዅሉ ኢዩ ንደቂ ይሁዳ ክኸውን። እቲ ኣብ ኡ ይኹን። ነቲ ኣብ የሩሳሌም ዝነብር ኣምላኸ፣ ንእግዚኣብሄ
ቶም ጸላእቲ ህዝቢ ኣምላኽ ዝወርድ መዓት ከኣ፣ በቲ ኣብቶ ር ኣምላኽ እስራኤል፣ ቤት ክሰርሓሉ ናብታ ኣብ ይሁዳ ዘላ
ም ነቲ ወራር ዝሓገዝዎም መጽዓኛታቶም ዝወርድ ቅጽዓት የሩሳሌም ይደይብ፣” ዝብል ኣዋጅ ብስራት ዝተዋህቦም ኣብ
ይስነ። እዚ እቲ ኣብ ጥ.15 “እታ ንፈረስን ንበቕልን ንገመል እዝ1፣1-4, 2፣1 ...ኣሎና።
ን ንኣድግን ነቶም ኣብቲ ሰፈር ዘለዉ ዅላቶም እንስሳታት ኣብዚ እቶም ንምስራሕ ቤት ኣምላኾም ዝተመልሱ ሰባት፣ ኣ
እትወቅዕ መዓት ከምዛ መዓት እዚኣ ክትከውን ኢያ፣” ብምባ ርብዓን ክልተን ሽሕን ሰለስተ ሚእትን ሰላሳን ብዘይ ገላውኦ
ል ሓቢሩና ኣሎ። እዚ እቲ ሕነ ሕዝቡ ዝፈድየሉ ፍዳ ክኸ ምን ኣግራዶምን’ዮም። እዚ እቲ ቀዳማይ ተስፋ ምምላስ ካ
ውን’ዩ። ብ ምርኮን ምድሓኖምን ኢዩ ዝነበረ።
ሽዑኡ ኸኣ’ዩ ንምብራዝ እቲ ንጹህ ኣምልኾ ጕልቡብ ውዲ
8. ጥ.16-21 እቲ ሻምናይ ክፋል ናይቲ ካልኣይ ጾር ቃል ት እቲ ጸላኢ ዝተርአ፣፣ እዚ ኣብ እዝ.4፣1-2 “እቶም ጸላእቲ
እግዚኣብሄር ይሁዳን ብንያምን ከኣ፣ እቶም ተማሪኾም ዝነበሩ፣ ንእግዚኣብ
ኣብዚ እቲ ባህሪ ናይቲ ናይ ሽሕ ዓመት ግዝኣት እቲ መሲህ ሄር ኣምላኽ እስራኤል መቕደስ ከም ዝሰርሕሉ ምስ ሰምዑ፣
ኢዩ ዘሎና። እቶም ነታ ዘመን እቲኣ ዝወርሱዋ ሰባት እን …ንሕና ኸኣ ከማኻትኩም ኣምላኽኩም ንደሊ ኣሎና፣…ምሳ
ታዎት ኢዮም? ጐይታና የሱስ ነዚ ሕቶና ባዕሉ ኣብ ማቴ. ኻትኩም ክንሰርሕ ንደሊ ኣሎና ዝበልዎም።” እቲ ዝሃብዎም
24፣31, 25፣31-40 ዝሃቦ መልሲ ኣሎና። መልሲ “ንሕናስ...በይንና ንእግዚኣብሄር ኣምላኽ እስራኤል ደ
ብመሰረት እቲ ኣብዘን ጥቕስታት ተዋሂቡና ዘሎ፣- ኣ ንሰርሓሉ እምበር፣ ንስኻትኩም ምሳና ዄንኩም ንኣምላኽና
ሓደ፣- እቶም ህዝበይን ናተይን ዝብሎም ሕሩያቱ ኣለዉና፣፣ ቤት ክትሰርሕሉ ኣይግብኣኩምን ኢዩ በልዎም።” እቶም ጸላ
እዚኣቶም እቲ ንጹር ስእሎም ኣብ ኢሳ.59፣20,21 ኣሎና። እቶም ዘርኣይዎ ግብረ መልሲ ከኣ፣ “ሽዑ እቶም ህዝቢ እታ
“ንጽዮን ነቶም ካብ ምዕላዎም ናብ ያእቆብ ዝምለሱ ተበጃዊ ሃገር ኢድ ህዝቢ ኣይሁድ ኣዳኸሙ፣ ከይሰርሑ ድማ ኣፈራ
ክመጽእ ኢዩ፣ ይብል እግዚኣብሄር።...እቲ ኣባኻ ዘሎ መንፈ ርህዎም። ነቲ ምኽሮም ከፍርሱ ድማ መኻሮ ተሻየጥሎም።”
ሰይን እተን ኣብ ኣፍካ ዘንበርክወን ቃላተይን ካብ ኣፍካ ወ ኣብዚ ኸኣ’ዮም ብግሁድን ብስውርን ውዲት ዝኣለሙን ተግ
ይስ ካብ ኣፍ ደቅኻ ወይ ካብ ኣፍ ደቂ ደቅኻ ካብ ሕጂ ክ ባራት ኣቦኦም ዲያብሎስ’ውን ዝፈጸሙን። በዝን ከምዚን ከኣ
ሳዕ ዘልኣለም ኣይክርሕቕን ኢዩ ይብል እግዚኣብሄር፣” ዝብ ኢዩ እቲ ዕዮ ቤት መቕደስ ንዓሰርተ ሓሙሽተ ዓመት ዝተ
ል ቃል ኣሎና። ጎናደበ።
ነዚ ከኣ ኢዩ ኣብ ሮሜ.11፣26,27 “...ተበጃዊ ካብ ጽዮን ክ እቶም በዚ ተስፋ ዝቘረጹ ህዝቢ ኣምላኽ ከኣ ሽዑ’ዮም “እቲ
መጽእ ኢዩ፣ ካብ ያእቆብ ከኣ ረሲእነት ከርሕቕ ኢዩ፣ ሓጢ ግዜ ቤት እግዚኣብሄር እትስርሓሉ ኣይበጽሐን፣” ብምባል ል
ኣቶም ምስ ኣርሓቕኩ፣ ኪዳነይ ምሳታቶም እዚ ክኸውን ኢዩ ቦም ናብ መነባብርኦም ጥራይ ዝዘንበለ። ኣብዚ ኸኣ’ዩ “እዛ
ዝበሎ፣ ብዘሎ እስራኤል ክድሕን ኢዩ፣” ተባሂልሎም ኣሎ። ቤት እዚኣ ዖንያ ኸላስ፣ ንስኻትኩም ኣብ ስሉም ኣባይትኹም
ስለዚ እዛ ጥቕሲ “ንመላእኽቱ ኸኣ ብብርቱዕ ደሃይ መለኸት ክትነብሩዶ ግዜኹም’ዩ፣ ዝብል ቃል እግዚኣብሄር ብኢድ ነብ
ክልእኮም፣ ነቶም ሕሩያቱ ካብቲ ሓደ ወሰን ሰማይ ክሳዕ እቲ ዪ ሃጌ መጾም፣” ዝብል ኣብ ሃጌ.1፣1-4 ዘሎና። ኣብቲ እዋን
66 7
እቲ ኸኣ’ዩ እቲ ቀዳማይ ክፋል ቃል ናይ ነብዪ ዘካርያስ፣ ሳዕ ደገ ዅርናዕ፣ ካብ ግምቢ ሃናንኤል ድማ ክሳዕ መጽመቝ
1፣3 “እግዚኣብሄር ጐይታ ሰራዊት ከምዚ ይብል ኣሎ፣ ናባይ ንጉስ ኣብ ቦትኣ ክትነብር ኢያ።” ኣብዚ እተን ኣብ ዙርያኣ
ተመለሱ ይብል እግዚኣብሄር ጐይታ ሰራዊት፣ ኣነ ኸኣ ናባ ዘለዋ ኣብ ሰጣሕ ጐልጐል ክድኮና ከለዋ ንሳ ንበይና ልዕል
ኻትኩም ክምለስ’የ ይብል እግዚኣብሄር ጐይታ ሰራዊት ኢ ክትብል’ያ። እቲ ኣብ ጥ.8 “...ህያው ማያት ካብ የሩሳሌም፣.
ልካ ንገሮም” ዝተባህለሉ። .. ናብ ምብራቓዊ ባሕሪ...ናብ ምዕራባዊ ባሕሪ ኣቢሉ ክወጽ
እዚ ኣብ ታሪኽ እስራኤል እቲ ኣዝዩ ኣገዳሲ ዝኾነ ፍጻመ እ ኢዩ፣ ብሓጋይን ብኽረምትን ክህሉ ኢዩ፣” ከም ዝተባህለሉ
ኢዩ። እቲ ተስፋ ምምጻእ ናይቲ መሲህ ብመገዲ እዚ ህዝ ብቐሊሉ ክውሕዝ ከም ዝኽእል ይሕብረና።
ቢ’ዝን እዛ ሃገር’ዚኣን እኳ እንተ ተዋህበ፣ እቲ ህዝብን ሃገሩ ስለዚ የሩሳሌም ማእከል እዚ ዅሉ በረኸት ካብ ኮነት እቲ ኣ
ንሲ ኣብ መቓብር ናይ ምርኮ’ዮም ተቐቢሮም ዝነበሩ። እዚ ብ ጥ.11 ዘሎና “...ድሕሪዚ ድማ መርገም ኣይኪኸውንን ኢ
እቲ ብነቢዪ ህዝቅኤል ዝተዋህበ ተስፋ ህዝ.37፣12,13 “…እን ዩ፣ የሩሳሌም’ውን ሃዲኣ ክትነብር ኢያ፣” ዝተባህለልና ብምኽ
ሆ፣ ኣነ መቓብራትኩም ክኸፍት፣ ኣቱም ህዝበይ ካብ መቓብ ንያት እቲ ንጉስ ጽድቂ፣ ቅሳነትን ዕረፍትን ምዃኑ በሪሁ
ራትኩም ድማ ከውጽኣኩም፣ ናብ ሃገር እስራኤል’ውን ከእት ይርአ። ስለዚ እቲ ኣብ ኢሳ.11፣6-9 “...ከምቲ ማያት ንመዓ
ወኩም’የ” ዝብል ተስፋ ብኽፊሉ ዝተፈጸመሎም። ሙቕ ባሕሪ ዘጐልብቦ፣ ምድሪ ብፍልጠት እግዚኣብሄር ክት
እቲ ብተኣምራታዊ ኢድ ኣምላኽ ዝተደረኸ ቂሮስ ንጉስ ፋ መልእ ኢያ እሞ፣ ኣብ ኵሉ እቲ ቅዱስ ከረነይ ሓደ እኳ ጕ
ርስ ከኣ፣ ኣብ ኵላ መንግስቱ ነቲ ኣብ የሩሳሌም ዝነብር ኣ ድኣት ዝገብር ኣይክህሉን ኢዩ፣” ዝብል ቃል ክፍጸም ኢዩ።
ምላኽ፣ ንእግዚኣብሄር ኣምላኽ እስራኤል ቤት ክሰርሓሉ ናብ ተወሳኺውን ኣብ ኣሞ.9፣13-15 ኣሎና ነንብቦ።
ታ ኣብ ይሁዳ ዘላ የሩሳሌም ይደይብ፣ ኢሉ ምስ ኣውጀ ከ
ኣ’ዮም እዞም ቍንጣሮ ኣይሁድ ብዓብዪ ድልየትን ሃንቀው 7. 14፣12-15 እቲ ሻብዓይ ክፍሊ ናይቲ ካልኣይ ጾር ቃል
ታን ዝተመልሱ። እዚ ኸኣ ሃገራዊ ትንሳኤ ካብ ሞት’ዩ ዝነ እግዚኣብሄር
በረ። ኣብዚ ከኣ’ዩ እቲ ተስፋ፣ “…ነቲ ንምብራህ ኣህዛብ ብር እዚ ኣብ ጥ.12,13 ዘሎና መቕጻዕቲ ምስቲ ኣብ ጥ.1-3 ዝረ
ሃን፣ ንህዝብኻ እስራኤል‘ውን ክብረት ምእንቲ ክኸውን፣ ኣብ አናዮ ዕንወት ኣብ ልዕሊ እቶም ንየሩሳሌም ንምውራር ዝመ
ቅድሚ ዅሉ ህዝቢ ዘዳለኻዮ ምድሓን…፣”ሉቃ2፣29-32 ዝተ ጹ ዝፍጸም ኢዩ፣፣ እቲ ኣብዚ ፍጻመ’ዚ እንርእዮ ተርእዮ፣
ባህለሉ መሲህ ንምምጻኡ ዝከኣል ዝኾነ። ኣብዚ ከኣ’ዩ እቲ እግዚኣብሄር ንህዝቡ ባዕሉ ክዋግኣሎም ምኻኑ ኢዩ።
ኣሰር ኣብ መንጐ እቲ ቀዳማይን ካልኣይን ክፋል ትንቢት እቲ ስእሊ ናይቲ ኣብቶም ጸላእቶም ዘውርዶ መዓት፣-
ዘካርያስ ዘሎ ፍልልይ ዝርአ። “በእጋሮም ደው ኢሎም ከለዉ ስግኦም ኪምሽምሽ፣
ኣብቲ ቀዳምይ ክፍሊ ናይ ትንቢቱ ነቶም ህዝቢ ከም ሃገር ኣዒንቶም ኣብ ጕድጓደን ኪምሽምሻ፣
ናብቲ ንኣታቶም ኣዚዩ ኣገዳሲ ዝኾነ፣ “ምህናጽ ቤተ መቕደ ልሳኖም ድማ ኣብ ኣፎም ክትምሽምሽ፣
ስ” ከጠምቶም ከሎ፣ ኣብቲ ካልኣይ ክፍሊ ግና ናብቲ ብርሑ ዓብዪ ዕግርግር ከተንስኣሎም፣
ቕ ዝርአ ምምጻእ እታ ዘለኣለማዊት መንግስቲ ናይቲ መሲ ኢድ ሓድሕዶም ኣብ ልዕሊ ብጻዩ ከልዕሉ” ኢዮም።
ህን ዘለኣለማዊ ተስፋኦምን’ዩ ዘጠመ ቶም። እዚ ኣብ ጥ.14 “ይሁዳ ድማ ንየሩሳሌም ክዋግኣ ኢዩ፣ ሃብቲ
እቶም ኣብ ዙርያኣ ዘለዉ ዅሎም ኣህዛብ፣ ኣዝዩ ብዙሕ ወር
ቅን ብሩርን ክዳውንትን ክድለብ ኢዩ፣” ዝብል ዘሎ ምስቲ ኣ
እቲ ንጹር መልእኽቲ’ዛ መጽሓፍ ብ ጥ.1 “...ዘመተኺ ኸኣ ኣብ ማእከልኪ ክምቀል ኢዩ፣” ዝበ
እቲ ንጹር መልእኽታን ትሕዝቶኣን ንምድህሳሱ እቲ ነቢዪ ሎ ኢና ከነተሓሕዞ።
ምስቶም ቤት መቕደስ ዝሃንጹ ሃነጽቲ ዝተተሓዘ ምዃኑ ክን ሳዕቤን ናይቲ ኣብ ጥ.2 ዝርአ፣ ንየሩሳሌም ዘጋጥማ ውድቀት
ግንዘቦ ከድልየና’ዩ። እቲ ብጠመተ ታሪኽ ድኹምን ዘይጠቅ ን ብዝበዛን ነውርን ምርኮን፣ ምስቲ ኣብ ጥ.3 “ሽዑ እግዚኣብ
ምን ዝተናዕቀን ዝመስል ዳግማይ ምህናጽ እታ ቤተ መቕደ ሄር ክወጽእ፣...ነቶም ኣህዛብ ክዋግኦም” ዝብል ዘሎ፣ ሽዑ “ሓ
8 65
6. ጥ.9-11 እቲ ሻድሻይ ክፋል ናይቲ ካልኣይ ጾር ቃል ስ፡ ብውሽጡ ዝሓዞ ኣዚዩ ዓቢዪን ኣገዳስን ዝኾነ ትሕዝቶ
ኣምላኽ ወይ ራእይ ናይ ብሉይ ኪዳን ንሓድሽ ኪዳን ነይርዎ’ዩ።
ኣብቲ ናይ ጐይታ የሱስ ሽሕ ዓመት ግዝኣቱ፡ የሩሳሌም ማ እቲ ነቢዪ ኣብቲ እቶም ሃነጽቲ እታ ቤተ መቕደስ ዝዓይዎ
እከል ኵሉ በረኸትን ሕግን ስርዓትን ሓይልን ክትኸውን ዕዮ ዘማዕደዎ፣ ብማዕዶ ዝተራእዮ ራእይ ንዝመጽእ ዘበናት
እያ። ዝተዓቝረ ዓቢዪ ነገር ከም ዘሎ ርእይዎን ነጊርዎን ኣሎ።
እቲ መልእኽቱ ፍሉይ ብዛዕባ ምንጋስ እግዚኣብሄር ኣምላኽ
ማእከል ኵሉ በረኸት፣- ኣብዛ ምድርና’ዩ ዝነበረ።
እቲ ዝውሕዝ ህያው ማይ፣ እዚ እቲ ኣብ ዮኤ3፣18 “በታ መ ኣብቲ ነቶም ሃነጽቲ ዝሃቦ መልእኽቱ ዝርአ ስእሊ ከኣ፣ ኣብ
ዓልቲ እቲኣ ክኸውን ኢዩ፣ እኽራን ኩልዒ ወይኒ ክነትዑ ኵ ማእከል እቲ በሪሁ ዝርአ ድኽነቶምን ተስፋ ምቝራጾምን ም
ርባታት ድማ ጸባ ከውሕዙ፣ ካብ ኵሉ ርባታት ይሁዳ ኸኣ ስናይ እምነት ምጕዳልን መንፈሳዊ ድኻሞምን፣ ናይቲ ወት
ማይ ጃሕጃሕ ክብል ኢዩ። ካብ ቤት እግዚኣብሄርውን ዓይኒ ሩ ዝቋመቶምን ዝባርኾምን ተግባራቱ ከኣ ዘየቋርጽ፣ “ራእይ
ማይ ክፍልፍል፣ ንለሰ ሽጢም ድማ ከስትያ ኢዩ።” ማያቱ ካ ናይ እግዚኣብሄር ኣምላኾምን’ዩ ዝነበረ።”
ብቲ መቕደስ ኢዩ ዝፍልፍል እሞ፣ ኣብ ወወርሒ ሓድሽ ፍ እዚ ከኣ’ዩ ኣብቲ ኣብ ምዕራፍ 1፣7-21 ዘሎ “…እቲ ኣብ ማ
ረ ክፈሪ፣ ፍረታቱ ንመግቢ ኣቝጽልቱ ድማ ንመድሃኒት ክ እከል ኣእዋም ጸጾ ደው ኢሉ ዝነበረ ሰብኣይ፣…ዎ እግዚኣብ
ኸውን ኢዩ።” እዚ ኣብ ራእ 22፣2 ተነቢሩልና ዘሎ በረኸት ሄር ጐይታ ሰራዊት፣ ነዘን በተን ሰብዓ ዓመት እተቘጣዕካየን
ኢዩ። የሩሳሌምን ከተማታት ይሁዳን ክሳዕ መኣዝ ኢኻ ዘይትምሕ
ማኣከል ፍትሕን ስርዓትን፣- ረን? ኢሉ መለሰ። እግዚኣብሄር ነቲ ምሳይ ዝዛረብ ዝነበረ
ግዝኣት እቲ ንጉሳ፣- ጥ.9 “እግዚኣብሄር ከኣ ኣብ ልዕሊ ኵላ መልኣኽ ብጽቡቕ ቃላት ብዘጸናንዕ ቃላትን መለሰሉ።…እግ
ምድሪ ክነግስ ኢዩ፣ በታ መዓልቲ እቲኣ እግዚኣብሄር ሓደ፣ ዚኣብሄር ጐይታ ሰራዊትሲ፣ ኣነ ብየሩሳሌምን ብጽዮንን ዓብ
ስሙውን ሓደ ክኸውን ኢዩ።” ነዚ ኸኣ ኢዩ ኣብ ኢሳ.54፣5 ዪ ቕንኣት ቀኒአ ኣሎኹ፣…ነቶም ሃዲኦም ዘለዉ ኣህዛብ ኣዝ
“...ስሙ እግዚኣብሄር ጐይታ ሰራዊት ኢዩ፣ ንሱ ኣምላኽ ኵ የ ኾርየሎም ኣሎኹ፣ ይብል ኣሎ ኢልካ ኣውጅ በለኒ። ስለ
ሉ ምድሪውን ይበሃል፣” ዝበሎ። ስለዚ ንዅሉ ዝመልኽ ጻድ ዚ ኸኣ እግዚኣብሄር፣ ኣነ ብምሕረት ናብ የሩሳሌም እምለስ
ቂ መላኺ ኢዩ። ኣሎኹ ይብል ኣሎ፣ ቤተይ ኣብኣ ኽትስራሕ’ያ፣ ገመድ መለ
ክዒ ኣብ ልዕሊ የሩሳሌም ክዝርጋሕ’ዩ ይብል እግዚኣብሄር
ምሕደራኡ፣ …፣” ዝብል መስተንክር ዝኾነ ናይ ርሑቕን ቀረባን ተስፋ ዘ
ስርዓቱ ስርዓት ጽድቅን ቅድስናን ኢዩ። “...ዓይኑ ከም እትር ሎዎ ቃላት ዝሃቦም። እቲ ፍጻመ ናይዚ ከኣ ብምልኣቱ ሓን
እዮ ኣይክፈርድን፣ እዝኑ ኸም እትሰምዖ ኸኣ ኣይክብይንን ሳብ ንሓዋሩ ከምቲ ኣብ 14፣12-15 ተነቢሩ ዘሎ ኣብ ግዜኡ
ኢዩ፣፣ ግናኸ ንድኻታት ብጽድቂ ክዳኒ፣ ነቶም ዓቃላት ምድ ክፍጸም’ዩ።
ሪ ኸኣ ብቕንዕና ክብይን፣ ብበትሪ ኣፉ ንምድሪ ክወቕዓ፣ ብ እዚ እቲ መሰረታዊ ትሕዝቶ መልእኽቲ ዘካርያስ ንህዝቡ ኮ
መንፈስ ከናፍሩ ድማ ንረሲኣን ክቐትሎም ኢዩ። ጽድቂ ኸ ይኑ፡ ኣብኡ ዝርአ ግሉጽ ትምህርቲ’ውን ኣሎና። እዚ ከኣ እ
ኣ ቅናት ሕቝኡ፣ እምነት’ውን ማዕጥቘ ምሕኵልቱ ክኸውን ቲ ኣብቲ ህዝቡ ክርአ ዝነበሮ ኣዝዩ ኣድላዪ ዝኾነ፣ ናይ ምእ
ኢዩ፣” ኢሳ.11፣3-5 ዝተባህለሉ ቃል ኣሎና። ማንን ገዛእ ርእስኻ ምውፋይን ካብ ሓጢኣትካ ምንጻህን መ
ወዳእታኡ ኸኣ እቲ ፍጻመ ናይ ዕላማኡ ንካልኦት ንበረኸት
ሓይላ፣ ርእስን ማእከል ኵለን ሃገራት ዓለም፣- ምዃንን ኢዩ ዝነበረ።
ኣብ ጥ.10 “ኵላ እታ ሃገር ካብ ጌባዕ ክሳዕ ሪሞን ደቡብ የ እታ እንኮ መገዲ ንዅሉ በረኸት ከኣ ንሳ እታ ናብኡ ምም
ሩሳሌም ናብ ጐልጐል ክትልወጥ እያ። የሩሳሌም ከኣ ልዕል ላሶምን ምእዛዞምን ጥራይ’ያ ዝነበረት። እግዚኣብሄር ኣብ ዝ
ክትብል፣ ካብ ደገ ብንያም ክሳዕ እቲ ቦታ ቐዳመይቲ ደገ ክ ፋኑ ኣሎ፣ ወትሩ ንኹሉ ይጥምቶን ይዓይን ይባርኽን ኣሎ፣፣
64 9
ነዚ ከኣ’ዩ ዳዊት ኣብ መዝ.33፣13-15“ እግዚኣብሄር ካብ ሰማ 2) ጥ.6-8 እቲ በታ መዓልቲ እቲኣ ኣብ ፍጥረት ኪርአ
ያት የማዕዱ ንዅሎም ደቂ ሰብ ይጥምቶም፣ እቲ ልቢ ዅላ ዘለዎ ምልውዋጥ
ቶም ዝሰርሐ ተግባር ዅላቶም ከኣ ዘስተብህልሲ ንሱ ነቶም ኣብ ጥ.5 “...እግዚኣብሄር ኣምላኸይ ክመጽእ ኢዩ፣ ኵላቶም
ኣብ ምድሪ ዝነብሩ ዅሎም ካብ ቦታ ማሕደሩ ይምልከቶ ቅዱሳን ከኣ ምሳኻ፣” ዝብል ቃል ኣሎና። ሕጂ ከምቲ ኣብ
ም’ዩ፣” ዝበለ። ምውራዱ ኣብ ከረን ዘይቲ ዝኽሰት ምልውዋጥ ኣብ ሰማይን
በዚ ኸኣ ንሕና ደቂ ሰባት ናብ ኣምላኽ ምስ እንምለስን ን ምድርንውን ዓብዪ ምልውዋጥ ክርአ’ዩ።
ፍቓዱ ሕራይ ምስ እንብልን ጥራይ ኢና በረኸቱን ምሕረቱ እቲ ኣብ ሰማያት ዝርአ ለውጢ፣-
ን ክንካፈል እንኽእል። ነዚ ኵላትና ዕዱማት ኢና እሞ ኣይ እቲ ብርሃን ጸሓይ ከምቲ ቀደሙ ብሩህ ኣይኪኸውንን ኢዩ።
ንእበዮ!!! “በታ መዓልቲ እቲኣ ብርሃንሲ ድነ ክኸውን ኢዩ እምበር፣ ነ
ጸብራቑ ኣይከብርህን ኢዩ፣” ይብለና። ኣብ ኢሳ.13፣10 “ከዋ
ኽብቲ ሰማይ እቶም በብጋንታኦም ዘለዉ ከዋኽብቲ ብርሃኖ
ነባሪ ትሕዝቶ እዛ መጽሓፍ፣- ም ኣይከብርሁን ኢዮም፣ ጸሓይ ክትበርቕ ከላ ክትጽልምት
እዛ መጽሓፍ ትንቢት እዚኣ እቲ ዓቝራቶ ዘላ ትሕዝቶ ብ ኢያ ወርሒ ኸኣ ብርሃና ኣይከተብርህን ኢያ፣፣” ኣብ ዮኤ.3፣
ዓቢኡ ዘይተፈጸመ ነገራት ኮይኑ፣ ብንጹር ንኣናን ንህዝቡን 15 “ጸሓይን ወርሕን ይጽልምታ ከዋኽብቲ ድማ ብርሃኖም
ንህዝብታትን ዓሌታትን መንግስታትን ዓለምና ዝብሎ ኣሎ ይሓብኡ፣፣” ኣብ ራእ.21፣23, 22፣5 “እታ ኸተማ እቲኣ ክብሪ
ዎ። ምኽንያቱ እግዚኣብሄር ኣምላኽ እስራኤላውያን ጥራይ ኣምላኽ ኣብሪሁላ ኣሎ፣ መብራህታስ እቲ ገንሸል ኢዩ እሞ፣
ዘይኰነስ ኣምላኽ ኵላቶም ኣህዛብ’ውን ኢዩ። ነዚ ከኣ’ዩ ኣብ ጸሓይ ወይስ ወርሒ ከብርሃላ ኣየድልያን ኢዩ፣፣...ድሕሪ ደጊ
መጽሓፍ መዝሙር 22፣27,28 “ወሰን ምድሪ ኩሎም ንእግዚ ምሲ ለይቲ ኣይክኸውንን ብርሃን ቀንደልን ብርሃን ጸሓይን’
ኣብሄር ክዝክርዎን ክምለስዎን፣ ብዘለዉ ነገድ ኣህዛብ’ውን ኣ ውን ኣይከድልዮምን ኢዩ፣” ዝብሉ ኣለዉና።
ብ ቅድሜኡ ክሰግዱ’ዮም። መንግስቲ ናይ እግዚኣብሄር ኢ እቲ ኣብ ምድሪ ዝርአ ለውጥታት፣-
ያ እሞ፣ ንሱ’ውን ኣብ ኣህዛብ ክጕይተት ኢዩ” ዝበለ። ኣብ በታ መዓልቲ እቲኣ ፍልይቲ መዓልቲ ድማ ክኸውን ኢዩ፣
ዳን.7፣14 “ኵላቶም ኣህዛብን ወገናትን ቋንቋታትን ከገልግል ህያው ማያት ካብ የሩሳሌም ፈረቓኡ ናብ ምብራቓዊ ባሕሪ፣
ዎስ ግዝኣትን ክብርን መንግስትን ንእኡ ተዋህበ። ግዝኣቱ እዚ ምዉት ባሕሪ ወይ ባሕሪ ጨው ኢዩ፡ ፈረቓኡ ከኣ ናብ
ዘይሓልፍ ዘለኣለማዊ ግዝኣት’ዩ፣ መንግስቱ‘ውን ከቶ ኣይክት ምዕራባዊ ባሕሪ፣ እዚ ማእከላይ ባሕሪ ኢዩ፡ ኣቢሉ ክወጽእ
ጠፍእን’ያ” ዝተባህለልና። ኢዩ፣ ብሓጋይን ብኽረምትን ክህሉ ኢዩ፣፣” ወትሩ ዝፍልፍል
ኣብታ ፍጻመ ኵሉ ትንቢት ዝኾነት መጽሓፍ፣ ራእ.11፣15 ዘየቋርጽ ፈልፋሊ ማይ፣ ንደርቅን ነቕጽን ድሓን ኩኑ ዘብል
“…ኣብ ሰማይ ከኣ መንግስቲ ዓለም ናይ ኣምላኽናን ናይቲ ኢዩ። ነዚ ኸኣ’ዩ ኣብ ህዝ.47፣9,10 “ክኸውን ድማ ኢዩ፣ ኣ
ቕቡኡን ዀይና’ያ እሞ ንዘልኣለም ክነግስ’ዩ ዝብል ዓው ዝበ ብቲ እዚ ውሒዝ እዚ ዝበጽሖ ዘበለስ ኵሉ ዝዋሳወስ ህያው
ለ ድምጽታት ኮነ” ዝብል ክፍጸም ዘለዎ ቃል ትንቢት ኣሎ ነፍሲ ብህይወት ክነብር ኢዩ፣ ዓሳ ኸኣ ኣዝዮም ክበዝሑ ኢ
ና። ዮም። እዚ ማይ እዚ ክኣትዎ ኢዩ እሞ እቲ ማይ ባሕሪ ክ
እዚ ቃል ትንቢት’ዚ ንማሕበሩ ዝብሎዶ ኣለዎ? እወ ኣለ ጥዒ ኢዩ። እቲ ውሒዝ ናብ ዝኣተዎ ዘበለ ድማ ኵሉ ብ
ዎ። እቲ ቀንዲ ምስጢር ህላወኣ ኣብዛ ዓለም እዚኣ፣ ንሓደን ህይወት ክነብር ኢዩ፣” ህዝ.47፣9,10 ተባሂሉልና ኣሎ።
ንጹርን ዕላማ ምዃኑ ባዕሉ እቲ ቃል ኣብሪሁዎ ኣሎ። ነዚዶ
ኣይኰነን ነቶም ሃዋርያት ኣብ ማቴ.28፣19,20 “ስለዚ ኪዱ ን
ኹሎም ኣህዛብ ብስም ኣቦን ወድን መንፈስ ቅዱስን እናኣጥ
መቕኩም፣ ዝኣዘዝኩኹም ኵሉ ክሕልው ከኣ እናመሃርኩም
ደቀ መዛሙርቲ ግበርዎም፣ እንሆ ድማ ኣነ ክሳዕ መወዳእታ
10 63
ምድራውነት ውሕስነት ከም ዘይብሉ ምእንቲ ክምህረና ዓለም ኵሉ መዓልቲ ምሳኹም’የ” ዝበሎም፣፣ እቲ ደጊሙ ዝሃ
እዛ ምድርና እታ ካብ ኵሉ ፍጥረት ዝጸንዐት እኳ እንተኾነ ቦ ምሕጽንታውን “መንፈስ ቅዱስ ኣባኻትኩም ምስ ዝወርድ
ት ኣብ አእዋኑን ንጽንዓታ ዝፈታተኑ ህይወት ኣሽሓት ዘጥ ግና ሓይሊ ክትቅበሉ፣ ኣብ የሩሳሌምን ኣብ ኵላ ይሁዳን ኣ
ፍኡን ዘብረሱን ዘዕነዉን ምንዋጻት በብእዋኑ ኣጋጢሞምዋ ብ ሰማርያን ክሳዕ ወሰን ምድሪ ምስክር ክትኰኑኒ ኢኹም”
ኣለዉ ስለዚ ውሕስነት የብላን። ዝበሎም ቃል ኣብ ግብ.1፣8 ኣሎና።
ንኣብነት ተዋሳኺ ኣብ እዋንና እንርኢዮምን እንሰምዖምን ዘ እቲ ውጽኢት ናይዚ ኸኣ’ዩ እቲ ኣብ ራእ 7፣9,10 “…እን
ስካሕክሑ ምንዋጻት ምድርን ባሕርን ኣለዉና። ኣብ ብዓል ሆ፣ ካብ ኵሎም ኣህዛብን ዓሌታትን ህዝብታትን ካብ ብዘሎ
ሲሪላንካን ቺለን “ሱናሚ” ዝተሰምየ ማዕበል ማእለያ ዘይብሉ ቋንቋታትን እተኣከቡ ሓደ እኳ ክቘጽሮም ዘይኽእል ብዙሓ
ህይወትን ንብረትን ጠፊኡ፣፣ ኣብ ሀይቲ ኣብ መጀመርታ ት ሰብ ጻዕዳ ኽዳውንቲ ተኸዲኖም፣ ጨንፈር ስየ ኣብ ኣእዳ
2010 ዓ.ም.ክ ብዘጋጠመ ምንቅጥቃጥ ምድሪ፣ ነታ ቀንዲ ከ ዎም ሒዞም፣ ኣብ ቅድሚ እቲ ዝፋንን ኣብ ቅድሚ እቲ ገን
ተማኦም ፈጺሙ ዘዕነወን ልዕሊ 230 ሽሕ ህይወት ዝቀዘፈን ሸልን ደው ኢሎም ርአኹ እሞ፣ ምድሓን ናይቲ ኣብ ዝፋን
ብኣሽሓት ዝቝጸሩ ሰባት ዘቑሰለን ኣብ ኣንፊ ሞት ዘብጽሐ ተቐሚጡ ዘሎ ኣምላኽናን ናይቲ ገንሸልን ኢዩ፣ እናበሉ ዓ
ምንዋጽ ምድሪ ኣሎና። ው ኢሎም ጨደሩ” ዝብል እሙን ምስክር ክፍጸም ዘለዎ ዘ
ሎና።
ንኣና ካብቲ ክመጽእ ዘለዎ ፍርዲ ንምምላቝ ምእንቲ ስለዚ ማሕበር ኣምላኽ ጠመተኣ ናብቲ ዝፋን ኣምላኻ ኮይኑ፣
ክምዕደናን ከጠንቅቐናን ነቶም ናቱ ክገብሮም ገዛእ ርእሱ በጃ ዝሃበሎም ኣይሁድን
ሃዋርያ ጴጥሮስ ብመንፈስ ቅዱስ ተመሪሑ ኣብ 2ጴጥ.3፣10- ኣህዛብን ጠመተኣ ብሩህ ክኸውንን ግዴኣ ክትገብርን ሓላፍ
12 “መዓልቲ ጐይታ ግና ከም ሰራቒ ኮይና ክትመጽእ ኢያ፣ ነታ ምዃኑ ተገንዚባ ክትዋሳእ ይድለያ ኣሎ። ኣብዚ ከኣ’ዩ
ብእኣ ሰማያት ጥዋዕዋዕ እናበለ ክሓልፍ ኢዩ፣ ፍጥረት ሰማ እቲ ነባሪ ዝኾነ ትሕዝቶ ናይዛ መጽሓፍ በሪሁ ዝርአ።
ይ ብረስኒ ክመክኽ፣ ምድርን ኣብኣ ዘሎ ግብርታትን ክነድድ
ኢዩ። ደጊም እዚ ዅሉ ዝፈላለ ካብ ኮነ ስሊኡ ሰማያት ብሓ
ዊ መኺኹ ዝፈላለየሉ፣ ፍጥረት ከኣ ብረስኒ ዝመከሉ፣ ነቲ ምግላጽ ሕቡእ መዛግብቲ ብሉይ ኪዳን ኣብ ሓዲሽ ኪዳን
ምጽኣት መዓልቲ ኣምላኽ እናተጸበኹምዎን እናኣቐላጠፍ እቲ ደቂ ኣምላኽን ፍጥረትን ብሃረርታ እንጽበዮ ዘሎና ክቡ
ኩምዎን ብቕዱስ ንብረትን ብፍርሃት እግዚኣብሄርን ከመይ ር ተስፋ ናይ ኣምላኽና፣ “ምጽኣት ጐይታና የሱስ ክርስቶስ”
ዝበሉ ክትኮኑ ኢዩ ዝግብኣኩም፣” ዝብል መጠንቀቕታን ማዕ ኢዩ። ንኣመጻጽኣ እዚ ብሩኽ ተስፋ እዝን ትሕዝቶኡን ከኣ
ዳን ኣሎና። ኣብ ቅዱሳት ጽሑፋት “ሕግን ነብያትን ወንጌልን” ብሰፊሑ
ናብታ ጽንዕቲ ውሕስነት ናይቶም ቅዱሳን ምእንቲ ክሕብረና ተመዝጊቡልና ኣሎ። ገለ ካብኡ ከኣ ኣብ መጽሓፍ ሕጊ፡
እቲ ጸሓፋይ ናይ እብራውያን ኣብ 12፡28,29 “ኣምላኽና ዝ ዘዳ.18፣15-19 “እግዚኣብሄር ኣምላኽካ ካብ ማእከልካ ካብ ኣ
ባላዕ ሓዊ ኢዩ፣ ስለዚ ንሕና ዘይተንቀጥቅጥ መንግስቲ እንቕ ሕዋትካ፣ ከማይ ዝበለ ነብዪ ከተንስኣልካ’ዩ ንእኡ ስምዕዎ።.
በል ካብ ኮናስ ንእምላኽ ብዘሕጕሶ ቅዱስ ምኽባርን ብፍርሃ ..ከምኻ ዝበለ ነብዪ ካብ ማእከል ኣሕዋቶም ከተንስኣሎም’የ፣
ትን እናኣገልገልና ነመስግን፣” ዝብል ውሕስነት ዘለዎ ህይወ ቃለይ ከኣ ኣብ ኣፉ ከንብር’የ፣ ንሱ ድማ ዝኣዘዝክዎ ኵሉ ክ
ት ሓቢሩና ኣሎ። እዛ ውሕስነት እዚኣ እታ “ብዘይ ቅድስና ነግሮም’ዩ።... ይኸውን ከኣ ነቲ ብስመይ ዝዛረቦ ዘረባይ ዘይ
ሓደ እኳ ንእግዚኣብሄር ኣይክርእዮን ኢዩ እሞ፣ ንቕድስናን ሰምዕ ሰብ፣ ኣነ ካብኡ ክደልዮ’የ፣” ዝብል ንጹር ቃል ኣሎና።
ሰላምን ምስ ኵሉ ሰብን ስዓብወን፣፣ ሓደ እኳ ካብ ጸጋ ኣምላ ኣብ መጽሓፍ ነብያት ከኣ፣ ኢሳ.11፣1-9 “ካብቲ ኽሩት ጕንዲ
ኽ ከይጐድል ንብዙሓት ዘርክስ መሪር ሱር በቝሉ ከየጨን እሰይ ከኣ ሓደ ጠጥዒ ክጭብጭብ’ዩ፣ ሓደ ጨንፈርውን ካብ
ቐኩም ተጠንቀቑ፣” እብ.12፣14 ዝብለና ዘሎ ምኽሪ ምስምዑ ሱሩ ፍረ ክፈሪ’ዩ። ኣብ ልዕሊኡ ድማ መንፈስ እግዚኣብሄር፣
ወሳኒ ክኸውን’ዩ። መንፈስ ጥበብን ኣእምሮን መንፈስ ምኽርን ሓይልን፣ መንፈ
62 11
ስ ፍልጠት እግዚኣብሄርን ፍርሃቱን ክዓርፍ’ዩ። ታሕጓሱ ኣ ሕጂ እቲ ኣብ ፍጻመ እዚ ትንቢት እዝን እታ ኣብ ዘካ.14፣5
ብ ፍርሃት እግዚኣብሄር ኢዩ።...ግናኸ ንድኻታት ብጽድቂ ዘላ “...እግዚኣብሄር ኣምላኸይ ክመጽእ ኢዩ፣ ኵላቶም ቅዱሳ
ክዳኒ፣ ነቶም ዓቃላት ምድሪ ከኣ ብቕንዕና ክብይን፣ ብበትሪ ኑ ከኣ ምስኡ፣” እትብል ናብቲ ክምለስ ከሎ ዝወርደሉ ከረን
ኣፉ ንምድሪ ክወቕዓ፣ ብመንፈስ ከናፍሩ ድማ ንረሲኣን ክቀ እቲ ንሰማይ ክዓርግ ከሎ ዝተበገሰሉ ከረን ኢዩ ዝወሲዱና
ትሎም’ዩ። ጽድቂ ኸኣ ቅናት ሕቝኡ፣ እምነትውን ማዕጥቘ ዘሎ፣፣ ስለምንታይ ኮን ይኸውን እዚ ኵሉ ምዝንባልን ምስን
ምሕኵልቱ ክኸውን’ዩ...” እናበለ ንትሕዝቶ እቲ ምሉእ ምድ ጣቕን ናይቲ ከረን ዝርአ? ብውሕዱ ክልተ ዓበይቲ ምኽን
ሓን ማለት፣ መንፈሳውን ስጋውን ምስቲ ኣብቲ ናይ ሽሕ ዓ ያት ክንህብ ንኽእል ኢና።
መት ግዝኣት ጽድቁን ትዕድልቲ በረኸቱን ነቶም ናቱን ንም ሓደ፣ እተን ኣብ ምውላዱ ብህድኣትን ሓጐስን እተቐበላኦ ሰ
ድርናን ኵሉ ትሕዝቶኣን ተዋሂቡና ኣሎ። ተወሳኺ ኣብ ማይን ምድርን፣ በቲ እቶም ብመልክዑ ዝተፈጥሩ ኣብ ልዕሊ
ኢሳ.35፣1-10 ኣሎና ነንብቦ፣፣ ፈጣሪኦም ዝፈጸምዎ ስቓይን ሞትን ክጻወራኦ ስለ ዘይከኣላ
ንሰለስተ ሰዓታት ዝኣክል ጸሓይ ከም ዝጸልመተት፣ ምድሪ
ኣብ ሓድሽ ኪዳን ከኣ፣ ሮሜ.8፣18-24 “ሃረርታ ፍጥረት ነቲ ‘ውን ጸልማት ከም ዝለበሰት ምስክርነት ናይ ቃሉ ኣሎና።
ምግላጽ ደቂ ኣምላኽ ይጽበዮ ኣሎ እሞ፣ ከምኡ ኸኣ ኣነ...ነ ኣብታ ነፍሱ ዝወጸትላ ሰዓትውን ምድሪ ከም ዘንቀጥቀጠት
ቲ ኣባና ክግለጽ ዝመጽእ ዘሎ ክብሪ ከም ዘይመዓራረዮ እ ኣኻውሕ ድማ ከምዝተጨዱ መቃብራት’ውን ከም ዝተኸፍ
ኣምን ኣሎኹ።...እቲ ፍጥረት ንርእሱ ድማ ካብ ባርነት ጥፍ ቱ፣” ተጻሒፉልና ኣሎ።
ኣት ናብ ሓርነት ክብሪ ደቂ ኣምላኽ ሓራ ክወጽእ’ዩ። ብዘሎ እቲ ካልኣይ ምኽንያት ከኣ፣“...ንስኻትኩም በቲ ሽንጭሮ ኣኽ
እቲ ፍጥረት ክሳዕ ሕጂ ምሳና ኮይኑ ኸም ዘስቈርቍርን ቅ ራነይ ክትሃድሙ ኢኹም። ብዘመን ኡዝያ ንጉስ ይሁዳ ካብ
ልውላው ከም ዝሓዞን፣ ንፈልጥ ኢና እሞ፣ ንሱ ጥራይ ከኣ ኣ ምንቅጥቃጥ ምድሪ ከም ዝሃደምኩም ክትሃድሙ ኢኹም፣”
ይኮነን፣ ንሕና ብዅርነት መንፈስ ዘሎና’ውን መሰል ውልድነ ዝብል ነቶም ናቱ መገዲ ንምጽራግ ከም ዝጠቕም ንጹር መ
ትና፣ ማለት ምድሓን ስጋና እናተጸቤና ብውሽጥና ነስቈርቍ ልሲ ኣሎና።
ር ኣሎና” ብምባል ኣብሪህዎ ኣሎ። በዚ መሰረት ነቲ ኣብ እዮ.12፣8 ዘሎና “ወይስ ንምድሪ
ተዛረባ ክትምህረካ እያ...” ዝብል ቃል ሒዝና ገለ ንትምህር
እቲ ጸሓፋይ ናይ መልእኽቲ እብራውያን 1፡1,2 “ኣምላኽ ብ ትና ዝኾኑና ነጥብታት ክንርኢ፣-
ዙሕ ሳዕን ብብዙሕ መገዲ ቀደም ነቦታትና ብነብያት ገይሩ ዕብየት እግዚኣብሄር ኣምላኽና ምእንቲ ክንርእን ከንግረምን
ምስ ተዛረቦም፣ ኣብዘን ዳሕሮት መዓልትታት ንኣና በቲ ወራ ኣብ ፍጥረት ኣዝዮም ብርቱዓትን ሓያላትን ሓይልታት እኳ
ስ ኵሉ ዝገበሮ ብእኡውን ዓለም ዝፈጠረ ወዱ ገይሩ ተዛረበ እንተ ሃለዉን እቲ ንዅሉ ዝቋጻጸሮን ዝመልኮን ግና እግዚኣ
ና” ብምባል፣ ብዛዕባ እቲ ኣብ ኵሉ ዘበናት ዝተዛረበን ዝዛረ ብሄር ኣምላኽ በይኑ ጥራይ ምዃኑ ምእንቲ ክንፈልጦ። እዚ
ብን ዘሎ ኣምላኽናን መድሓኒና ጐይታና የሱስ ክርስቶስ ኣ ኣብ ዘጽ.19፣18, መዝ.104፣32 ንርኣዮ።
መልኪቱልና ኣሎ።
ነቲ ሓድነት ሕግን ነብያትን ወንጌልን ንምንጻሩ ከኣ’ዩ ወንጌ ኣብ ቅድሚ ኣምላኽና ምእንቲ ትሕት ከብለና
ላዊ ሉቃስ ኣብ ሉቃ.9፣29-31 ነቲ ንጹር ስእሊ “ክጽሊ ከሎ እዚ ፍልጠት እዚ ንኣና ንደቁ ኣብ ቅድሚ እግዚኣብሄር ኣ
ትርኢት ገጹ ተለወጠ፣ ክዳውንቱ’ውን ብርቕርቕ ዝብል ጻዕዳ ምላኽና ፈጺምና ዘይንጠቅም ምዃንና ተረዲእና ኣብ ትሕቲ
ኮነ። እንሆ ድማ ክልተ ሰባት ንሳቶም ከኣ ሙሴን ኤልያስን እታ ጽንዕቲ ኢዱ ትሕት ምእንቲ ከብለና፣፣ ነቶም ጸላእቱ ኸ
ምስኡ ይዛራረቡ ነበሩ። ብግርማ ኸኣ ተገልጹ፣ ብዛዕባ እቲ ኣ እቲ “ንምድሪ ከሸብራ ምስ ዝትንስእ ካብ ረዓድ እግዚኣብ
ኣብ የሩሳሌም ክፍጸም ዘለዎ ምውጻኡ ይዛራረቡ ነበሩ” ዝበ ሄርን ካብ ቅድሚ ክብሪ ግርማኡን ኣግሊሶም ናብ በዓትታት
ለ። ኣብዚ ዅሉ እቶም ሕግን ነብያትን ወንጌልን ብሓደ ን ኣኻውሕን ክኣትዉ ኢዮም” ኢሳ.2፣21 ዝብሎ፣ ንኮንትነቶም
ሓደ ዝሀብዎ ምስክር ኣሎና። ስእላዊ መግለጺ ምእንቲ ክህቦም ኢዩ።
12 61
እቲ ንጹር ስእሊ ናይዚ ኣብ ራእ.6፣12-17, 19፣11-21 ተዋሂ ኣብ ሉቃ.16፣23,29 ብዛዕባ እቲ ሃብታም ሰብኣይን ኣ ልኣዛ
ቡና ዘሎ፣ እቲ ኣብ ልዕሊ መንግስቲ ጸረ-ክርስቶስ ዝወርድ ርን ኣብ ዘሎና ስእላዊ ጽሑፍ’ውን፣ “ኣብ ሲኦል ኣብ ስቓይ
ጥፍኣት’ዩ፣፣ ነዚ ኸኣ ኢዩ ኣብ 2ተሰ.2፣8 “...ንእኡ ጐይታና ኮይኑ ዓይኑ ቛሕ ኣቢሉ ንኣብርሃም ኣብ ርሑቕ ንኣልኣዛ
የሱስ ብመንፈስ ኣፉ ገይሩ ከጥፍኦ ብምጽኣቱ’ውን ከንቱ ክ ር’ውን ኣብ ሕቝፉ ረኣዮ።...ሓሙሽተ ኣሕዋት ኣለዉኒ እሞ
ገብሮ ኢዩ፣” ተባሂሉሉ ዘሎ። ነዚ ምግላጽ እዚ ከኣ ኢዩ፣ ንሳቶም’ውን ናብዛ ስፍራ ስቓይ እዚኣ ከይመጹ፣ ክምስክረሎ
“በታ መዓልቲ እቲኣ ኣእጋሩ ኣብቲ ኣብ ቅድሚ የሩሳሌም ም ንኣልኣዛር ናብ ቤት ኣቦይ ክትሰዶ እልምነካ ኣሎኹ በ
ኣብ ምብራቕ ዘሎ ከረን ዘይቲ ክቐውም ኢዩ፣፣ እቲ ከረን ዘ ሎ። ኣብርሃም ድማ ሙሴን ነብያትን ኣለዉዎም ንኣታቶም
ይቲ ኸኣ ናብ ምብራቕን ምዕራብን ኣብ ማእከሉ ክስንጠቕ፣ ይስምዑ በሎ፣” ዝብል ክስማዕ ዘለዎ ዝተዋህበ ንጹር ሓበረታ
ኣዝዩ ዓብዪ ሽንጭሮውን ክኸውን ኢዩ፣ ፍርቂ እቲ ከረን ና ኣሎና።
ብ ሰሜን ፍርቁ ድማ ናብ ደቡብ ክዘብል ኢዩ። ሽንጭሮ እ ስለዚ እቲ ኣብ ብሉይ ኪዳን ተዓቍሩ ዝነበረ ምስጢር ኣብ
ቲ ኣኽራን ክሳዕ ኣጸል ክበጽሕ ኢዩ እሞ፣ ንስኻትኩም በቲ ሓድሽ ኪዳን ዝተገልጸ ከም ምዃኑ መጠን፣ ብንጹር ንምርድ
ሽንጭሮ ኣኽራነይ ክትሃድሙ ኢኹም፣...”ይብል። ስለምንታ ኡን ኵሉ ጽሑፋት እናተቋመትና ምጽንዑ ምሉእ ክኾነልና
ይ ይሃድሙ? ናበይከ ይሃድሙ? ግዚኡኸ መኣስ’ዩ ክኸውን? ኢዩ እሞ ብማዕረ ደኣ ንርኣዮን ንመርምሮን።
ነዚ መልስን ንጹር ስእሊ ናይዚ መብረስን መጥፍእን ኣብ ሃዋርያ ጴጥሮስ ከኣ ነዚ’ዩ ኣብ 2ጴጥ.1፣19-20 “ኣዝዩ ዝጸንዔ
ራእ.12፣12-18 ኣሎና። “...ኣቱም ምድርን ባሕርን ግና ድያ ቃል ትንቢት ከኣ ኣሎና፣ ምድሪ ክሳዕ ዝወግሕ ኮኮብ ጽባ
ብሎስ ቅሩብ ዘመን ከም ዘለዎ ፈሊጡ፣ ብብርቱዕ ቍጥዓ ወ ሕ’ውን ኣብ ልብኹም ክሳዕ ዝወጽእ፣ ኣብቲ ስፍራ ጸልማት
ሪዱኩም ኣሎ እሞ ወይልኹም። እቲ ገበል ከኣ ናብ ምድሪ ከም ዘብርህ መብራህቲ ጌርኩም እንተ ኣስተብሃልኩምሉ ሰ
ከም እተደርበየ ምስ ረኣየ፣ ነታ ተባዕታይ ሕጻን ዝወለደት ሰ ናይ ትገብሩ ኣሎኹም። ኵሉ ጽሑፍ ትንቢት ትርጕሙ ካ
በይቲ ሰጐጓ። ነታ ሰበይቲ ከኣ ካብ ገጽ እቲ ተመን ሪሒቓ ብ ርእሱ ከም ዘይኮነ ቅድሚ ዅሉ እዚ ፍለጡ፣፣ ትንቢትሲ
ስ ዘመንን ዘመናትን ፈረቓ ዘመንን ክትምገብ፣ ናብ በረኻ ና ቅዱሳት ሰባት’ዮም ብመንፈስ ቅዱስ ተመሪሖም ካብ ኣምላ
ብቲ ስፍርኣ ምእንቲ ክትነፍር፣ ክልተ ክንፊ ናይቲ ዓብዪ ን ኻ እተዛረብዎ እምበር ከቶ ብፍቓ ሰብ ኣይመጸን” ዝበለ።
ስሪ ተዋህባ። እቲ ተመን ድማ ውሒዝ ምእንቲ ክወስዳ፣ ነታ ነዚ ኸኣ’ዩ ጐይታና የሱስ ባዕሉ ኣብ ዮሃ.14፣26, 16፣13 “እቲ
ሰበይቲ ደድሕሪኣ ከም ውሒዝ ዝኾነ ማይ ካብ ኣፉ ኣውጽ ኣቦይ ብስመይ ዝሰዶ መጸናንዒ መንፈስ ቅዱስ ንሱ ዅሉ ክ
አ። ምድሪ ኸኣ ነታ ሰበይቲ ረድኣታ፣ እታ ምድሪ ኣፋ ከፊ ምህረኩም፣ ዝነገርኩኹም ዘበለ’ውን ከዘ ክረኩም ኢዩ።...ንሱ
ታ ነቲ እቲ ገበል ካብ ኣፉ ዘውጽኦ ውሒዝ ወሓጠቶ። እቲ ነቲ ዝመጽእ ከፍልጠኩም ናብ ኵሉ ሓቂ’ውን ክመርሓኩም
ገበል ከኣ ነታ ሰበይቲ ተቘጥዓ እሞ ምስቶም ንትእዛዝ ኣ ኢዩ” ዝበለ። ሃዋርያ ጳውሎስ’ውን ኣብ 2ጢሞ.3፣16,17 “እቲ
ምላኽ ዚሕልዉን ንምስክር የሱስ ሒዞም ዘለዉን ዝተረፉ ዘር ናይ ኣምላኽ ሰብ ንሰናይ ግብሪ ዘበለ ፈጺሙ ተዳልዩ ፍጹም
ኣ ክዋጋእ ከደ፣ ኣብ ሑጻ ባሕሪውን ደው በለ፣” ዝብል ኣሎ ምእንቲ ክኸውንሲ፣ መንፈስ ኣምላኽ ዝነፈሶ ዘበለ ጽሑፍ ን
ና፣፣ ትምህርቲ፣ ንተግሳጽ፣ ንምቕናዕ፣ ንጽድቂ ዝኸውን ምእዳብ
ግዜ ናይ እዚ ብርቱዕ ጸበባ እዚ ጽሑፍና ከም ዝሕብሮ፣ ኣብ ይጠቅም’ዩ” ዝበለና።
መንጐ እተን ዳሕረዎት ሰለስተ ዓመትን ፈረቓን ግዝኣት ና ስለዚ ነቲ ብዛዕባ እቲ ብሩኽ ተስፋና ኣብ ሓድሽ ኪዳን ተዋ
ይ ጸረ-ክርስቶስን እቲ ጐይታና የሱስ ናብ ከረን ዘይቲ ብ ሂቡና ዘሎ ምሉእ ምእንቲ ክዀነልና፣ ነቲ ጸሓፊኡ ብሩኽ
ዓወት ዝወርደሉን ኢዩ ክኸውን፣፣ ብመሰረት ራእ.11፣2,3 “… መንፈስ ቅዱስ ምስቲ ኣብ ብሉይ ኪዳን ዓቝርዎ ዝነበረን ዘ
ነታ ቅድስቲ ከተማ ከኣ ኣርብዓን ክልተን ወርሒ ክረግጽዋ ሎን ጽሑፋት ከብርሃልና እናኣወሃሃድናን እናጸለናን ንመ
ኢዮም፣፣ እዚአን 1260 መዓልትታት እየን።” እዚ መፈጸምታ ሪሕነቱ እናተጸበና ነጽንዓዮን ንመሃሮን ኢና። ሽዑ ብእኡ ዝ
እቲ ኣቐዲሙ ኣብ ዳን.7፣21-27 ዝተነግረ ትንቢታዊ ቃል ተማሃርና ዝተገሰጽና ዝቐናዕና ንጽድቂ ኸኣ ዝተኣደብና ንኸ
ክኸውን’ዩ። ውን። በዚ ከኣ እቲ ኣብ ኢሳ.54፣13 “ኵላቶም ደቅኺ ብእግ
60 13
ዚኣብሄር ክመሃሩ ኢዮም፣ ሰላም ደቅኺ’ውን ዓብዪ ክኸውን እቶም ሕሩያቱ ንምንጋፍ ደበኽ ዝብለሎም። ነዚዶ ኣይኮነን
ኢዩ” ዝበሎ ይኾነልና’ዩ። ኣብ ማቴ.24፣22 “እተን መዓልትታት እቲአን እንተ ዘይሓጽ
ራስ፣ ስጋ ዝለበሰ ኵሉ ኣይምደሓነን፣ ምእንቲ እቶም ሕሩያት
ኣብ መደምደምታኡ እቲ ንጹርን ጥቕሉልን ሕሉፍ ስእላዊ ግና እተን መዓልትታት እቲአን ክሓጽራ እየን፣” ተባሂሉ ተ
ኵነታት የሩሳሌም እታ ማእከልን ሰንደቕ ዕላማኦም ክንርኢ ጻሒፉልና ዘሎ። ኣብዚ ከኣ’ዩ እቲ ኣብ ዘካ.14፣2 “...ፍርቂ እ
ኢና፣፣ ታ ከተማ ድማ ተማሪኻ ኽትወጽእ እያ፣ ካብቲ ህዝቢ ዝተ
እታ ብንጉስ ሰሎሞን ዝተሃንጸት ቤተ መቕደስ ብ586 ቅ.ል. ረፈ ግና ካብታ ከተማ ብጥራስ ኣይክጠፍእን ኢዩ፣” ዝብል
ክ ብባቢሎናውያን ዓንያ ህዝባ ኸኣ ተማሪኾም፣፣ ባቢሎናውያ ኣሎና። እዚ እቲ ኣብ ዘካ.13፣8,9 “...እቶም ክልተ ኢድ ኣብ
ን ብነገስታት ሜዶንን ፋርስን ብ539 ቅ.ል.ክ ተሳዒሮም፣ የሩ ኣ ክቝረጹን ክሞቱን ኢዮም፣ እቲ ሲሶ ግና ኣብኣ ክተርፍ
ሳሌም ከኣ ኣብ ኢዶም ወዲቓ። ንጉስ ቂሮስ ከኣ ኣብ መጀ ኢዩ። ኣነ ከኣ ነቶም ሲሶ ናብ ሓዊ ኸእትዎም፣ ብሩር ከም
መርታ ዓመቱ ነቲ ኣብ የሩሳሌም ዝነብር ኣምላኽ፣ ንእግዚኣ ዝዅላዕ ክዅልዖም፣ ወርቂ ኸም ዝፍተን ክፍትኖም ኢየ። ስ
ብሄር ኣምላኽ እስራኤል ቤት ክሰርሓሉ ኣዘዘኒ፣ ብምባል ን መይ ክጽውዑ ኢዮም ኣነውን ክሰምዖም ኢየ። ህዝበይ ኢዩ
ኣይሁድ ናብ ሃገሮም ብፍታዎም ክምለሱ ኣወጀሎም። ክብል ኢየ። ንሱ’ውን እግዚኣብሄር ኣምላኸይ ኢዩ ክብል ኢ
እቲ ድሕርዚ ዝሰዓበ ከኣ የርሩሳሌም ብ333ቅ.ል.ክ ኣብ ም ዩ፣” ዝብል ጽሑፍ ኣሎና።
ውዳቕ መንግስቲ ሜዶንን ፋርስን ብንጉስ እስክንድር ዓብዪ ጥ.3 ብእግዚኣብሂር ኣምላኾም ዝግበረሎም ምንጋፍ
ተታሕዘት፣፣ ድሕሪ ሞት ኣስክንድር ዓብዪ ብ323 ቅ.ል.ክ፣ “ሽዑ እግዚኣብሄር ክወጽእ ከምቲ ብመዓልቲ ውግእ እተዋግ
ብመሰረት ዳን.8፣21-22 ኣብ ክንድኡ ኣርባዕተ ጀነራላቱ ተን ኦ ነቶም ኣህዛብ ክዋግኦም ኢዩ። በታ መዓልቲ እቲኣ ኣእጋ
ስኡ። የሩሳሌም ከኣ ቅድም ኣብ ትሕቲ መግዛእቲ ግብጻው ሩ ኣብቲ ኣብ ቅድሚ የሩሳሌም ኣብ ምብራቕ ዘሎ ከረን ዘ
ያን፣ ደሓር ከኣ ስዒቡ ዝመጸ መንግስቲ ሶርያን ወደቐት። ይቲ ክቐውም ኢዩ፣፣” እዚ እቲ እግዚኣብሄር ምእንቲ ህዝቡ
ብመሰረት ዳን.8፣9-14 ብ168 ቅ.ል.ክ “ካብ ሓንቲአን ድማ ዝዋግኦ ውግእ ኢዩ ። ኣብዚ እቲ ኣብ 12፣6-9 ዘሎና “...በ
ንእሽቶ ቐርኒ ወጸት...፣ ዝተባህለሉ፣ ኣንቲዮክስ 4ይ አፒፋነስ ታ መዓልቲ እቲኣ ኣነ ነቶም ሓላቑ ይሁዳ ከም ርሱን ምድ
ዝተባህለ ንጉስ ናይ ሶርያ፣ ንእምነት ናይ ኣይሁድ ፈጺሙ ን ጃ ኣብ ማእከል ዕንጨይትን ከም ሃልሃልታ ሓዊ ኣብ ማእከ
ምድምሳስ ንዝዓበየ ክፍሊ ናይ የሩሳሌም ኣዕነዎ። ኣብታ ቤ ል እንዳእቲ ክገብሮም ኢየ፣ ነቶም ኣብ የማነ ጸጋም ከቢቦም
ተ መቕደስ ከኣ ምስሊ ጣኦት ተኸለን ኣብኣውን ሓሰማ ሰ ዎም ዘለዉ ኵላቶም ህዝብታት ከኣ ክውሕጥዎም ኢዮም፣ የ
ውአ ንክበልዕዎ ከኣ ኣገደደ። ኣብዚ ግዜ’ዚ ከኣ’ዮም እቶም ሩሳሌም ድማ ኣብ ቦታኣ፣ ኣብ የሩሳሌም ከም ብሓድሽ ሰፈ
ቤተ-ሰብ መቃባውያን ዝተባህሉ ኣመሓደርቲ ናይ ቤተ ክህነ ር ክትከ’ውን ኢያ፣” ዝብል ዓብዪ ምንጋፍን ዘልኣለማዊ መ
ት ዝነበሩ ኣንጻሩ ንምቅላስ ዝዓመጹ። ንበር ዝፋን ጽድቕን ናይ ምዃን ቃል ተስፋ ኣሎዋ። እዚ እ
ቲ ናይ መወዳእታ ዓወት ኣምላኽን ህዝቡን ኢዩ።
ብ165 ቅ.ል.ክ እቶም ተቓለስቲ ተዓዊቶም፣ ንመብዛሕትኡ
ክፍሊ ናይ የሩሳሌም ናጻ ብምውጻእ ናይ ባዕሎም ምምሕዳር ጥ.4,5 ተኣምራታዊ ምግላጽ እቲ መሲህ
ኣቘሙን ቤት መቕደስ ኣምላኾም ኣንጽሁ። ድሕሪ እዚ ኸኣ “እግዚኣብሄር ኣምላኽይ ክመጽእ ኢዩ፣ ኵላቶም ቅዱሳን ከኣ
ኢዮም እቶም ኣብ ዙርያኦም ዝነብሩ ዝነበሩ ኣይሁድ ኣብ ምስኡ።” እዚ እቲ “በርቂ ካብ ምብራቕ በሪቑ ክሳዕ ምዕራብ
ምዱብ እዋናት ዓመታዊ ንስግደት ናብ የሩሳሌም ክጕዓዙ ዝ ከም ዝርኤ፣ ምጽኣት ወዲ ሰብ ከኣ ከምኡ ክኸውን ኢዩ።...
ጀመሩ። ሽዑ ትእምርቲ ወዲ ሰብ ኣብ ሰማይ ክርኤ ሽዑ ድማ ኵሎ
ኣብ መንጐ ብሉይን ሓድሽን ኪዳን ናይ 400 ዓመታት ኣቢ ም ዓሌታት ኣህዛብ ምድሪ ክበኽዩ፣፣ ንወዲ ሰብ ከኣ ብብዙሕ
ሉ ዝኸውን ጋግ ኣሎና። ብዛዕባ እዝን ኣብቲ እዋን’ቲ ዝተ ሓይልን ግርማን ብደበና ሰማይ ክመጽእ ከሎ ክርእይዎ
ፈጸመ ፍጻመታት ኣብ መጽሓፍ ቅዱስና እንረኽቦ ሓበረታ ኢዮም፣” ማቴ24፣27-30 ዝተባህለ ቃል ትንቢት’ዩ ኪፍጸም።
14 59
ክጽውዑ ኢዮም ኣነ’ውን ክሰምዖም ኢየ። ንሱ’ውን እግዚኣብ የብልናን። እንተኾነ እቶም ኣብቲ እዋን እቲ ዝነብሩ ዝነበሩ
ሂር ኣምላኸይ ኢዩ ክብል ኢዩ፣” ተባሂሉሎም ዘሎ። ናይ ታሪኽ ጸሓፍትን ተረኽትን፣ ከም በዓል ዮሰፉስ እቲ ኣ
ኣብዚ ኸኣ እቲ ኣብ ኤር.31፣31-34 “እንሆ፣ ምስ ቤት እስራ ይሁዳዊ ጸሓፊ ታሪኽን ከምኡ‘ውን ኣብቶም ናይ ኣፖክሪፋ
ኤልን ምስ ቤት ይሁዳን ሓድሽ ኪዳን ዝኣትወለን መዓልት ኢልና እንጽውዖ መጻሕፍቲ ኣስፊሮሞ ዘሎዉ ጽሑፋትን
ታት ክመጻ ኢየን ይብል እግዚኣብሄር።...ድሕሪ እዘን መዓል ካልኦት ጸሓፍቲ’ውን ግሪኻውያንን ሮማውያንን ዝሰነዱልና
ትታት እዚኣተን ምስ ቤት እስራኤል ዝኣትዎ ኪዳንሲ እዚ ሰነዳት ብምውካስ ክንረኽቦ ንኽእል ኢና፣፣ እቲ ኣብ ማእከል
ደኣ ኢዩ፣ ሕገይ ኣብ ውሽጦም ከንብር ኣብ ልቦም ከኣ ክጽ እዚ ዅሉ በሪሁን ደሚቑን ዝርአ፣ እቲ ምልክን ስልጣንን ና
ሕፎ፣ ኣነ ኣምላኾም ክኸውን ኢየ ንሳቶም ድማ ህዝበይ ክኾ ይ ጐይታናን ኣምላኽናን መድሓኒናን የሱስ ክርስቶስ ኢዩ።
ኑ ኢዮም ይብል እግዚኣብሄር። ኣነ ኣበሳኦም ይቕረ ኽብለ ምንጪ Encyclopedia Encarta &Nelson Electronic
ሎም ሓጢኣቶም ድማ ድሕርዚ ኣይክዝክርን ኢየ እሞ፣ ካብ Library፡ Jewish historian, Josephus & from books of
ንእሽቶኦም ክሳዕ ዓብዪኦም ኵላቶም ክፈልጡኒ ኢዮም፣...” Apocrypha, and many Greek and Roman writers
ዝተባህለሎም ቃል ክፍጸመሎም’ዩ። and historians. .
40 33
ሻምናይ ራእይ 6፣1-8 ትኩም ክምለስ’የ ይብል እግዚኣብሄር ጐይታ ሰራዊት፣” ዝ
ብል መልእኽቲ ዘሎና።
እቶም ኣርባዕተ ሰረገላ ስለዚ እቲ ኣብዛ ቀዳመይቲ መልእኽቲ በሪሁ ዝርአ እቲ
እዚኣቶም ነቲ ኣምላኽ ዝደልዮ ዕዮ ዝፍጽሙን ዘፈጽሙን ኣብ 1ሳሙ.15፣ 22 “ንእግዚኣብሄርሲ ዝሓርር መስዋእትን
ኣገልገልቱ ምዃኖም ተዋሂቡና ኣሎ። መስዋእቲ ሕሩድን ከም ምስማዕ ደሃይ እግዚኣብሄር ገይሩዶ
ጥ.1-3 ትሕዝቶ እቲ ራእይ፣- የሐጕሶ ኢዩ? እንሆ፣ ምስማዕ ካብ መስዋእቲ፣ ጽን ምባል ድ
ኣርባዕተ ሰረገላ ካብ መንጐ ክልተ ኣኽራን ኣስራዚ ወጹ። ኣ ማ ካብ ስብሒ ደዓውል ይበልጽ፣” ዝበሎ ቃል ኣሎና። ስለዚ
ብታ ቐዳመይቲ ሰረገላ ሓመራት፣ ኣብታ ካልኣይቲ መጋላት፣ ግዴኹም ግበሩ ኣነ ኸኣ ግደይ ክገብርየ ኢዩ ዝብለና ኣሎ።
ኣብታ ሳልሰይቲ ኣምበላያት፣ ኣብታ ራባዓይቲ ድማ ጫጎታ
ት ብርቱዓት ኣፍራስ ነበሩ።
እዚ ሕብሪ ናይቶም ኣፍራፍ ምስቶም ኣብ ራእይ 6፣1-8 ተ እታ ካልኣይቲ መልእኽቲ 7፣ 8-14
ዋሂቦሙና ዘለዉ ሓደ ኢዩ። ኣብቲ ናይ ራእይ እቲ ዝስዕ ዘይምእዛዝ ጐደና ከቢድ ጥፍኣት
ቦም ምስቲ ሕብሮም ዝግለጽ፣ ቀይሕ ንውግእ፣ ጸሊም ንመዓ 1. እዚ ኣብዚ ብኣፍ ነብዪ ዘካርያስ ዝተነግረሎም መልእኽ
ትን መከራን፣ ጻዕዳ ንዓወትን ሓጐስን፣ ጫጎ ከኣ ንፌራን ተላ ቲ ሓድሽ መልእኽቲ ኣይኮነን፣ እዝስ እቲ ንኣቦታቶም ብ
ጋቢ ሕማምን ምዃኖም ተዋሂቡና ኣሎ። ኢድ እቶም ቀዳሞት ነብያት ገይሩ ዝኣወጆ ቃል ኢዩ ዘሎ
ጥ.4-8 መግለጺ እቲ ራእይ ና። እቲ እግዚኣብሄር ዝደልዮ ጾም 9,10 “... ሓቀኛ ፍርዲ
እቲ ነብዪ ነቲ ዝዛረቦ ዝነበረ መልኣኽ ጐይታየ፣ እዚኣቶምሲ ፍረዱ ንሓድሕድኩ ድማ ሰናይን ምሕረትን ግበሩ፣፣...ካባኻት
እንታይ ኢዮም? ኢሉ መለሰሉ። ኩም’ውን ሓደ እኳ ብልቡ ንሓዉ እከይ ኣይሕሰበሉ” እናበለ
እቲ ዝተዋህቦ መልሲ፣- ናብቲ ግብኦም ክገብርዎ ዘሎዎም’ዩ ዘመልከቶም።
እዚኣቶም ጥ.5 እቶም ኣብ ቅድሚ እቲ ጐይታ ኵላ ም ድሪ 2. እቲ ኣቦታቶም ዘርኣይዎ ኣብያ ጥ.11,12ሀ “ንሳቶም ግና
ቘይሞም ዝወጹ ኣርባዕተ ንፋሳት ሰማይ ኢዮም። ምስማዕ ኣበዩ፣ እምቢተኛ እንግድዓ መለሱ፣ ከይሰምዑ’ው
እዛ ኣብዚ “ንፋሳት” እትብል ዘላ ቃል፣ ኣብ ህዝ.37፣9 “ኣታ ን ኣእዛኖም ኣጽመሙ፣...ልቦም ከም ኣልማዝ ገበሩ፣” ይብል።
ወዲ ሰብ ተነበ ንንፋስ ተነበየሉ፣ ንንፋስ ከኣ እግዚኣብሄር ኣ ካብ’ዚኣ ዝኸፍእ በደል እንታይ ኣሎ? እዚ እታ ሃገር ቅድ
ምላኽ ኣታ ትንፋስ እዞም ቅቱላት ህያዋን ክኾኑስ፣ ካብቶም ሚ ምርኮ ዘርኣየቶ ዕልወት’ዩ፣ ሳዕበኑ ኸኣ መሪር ኮነ።
ኣርባዕተ ንፋስ ንዓ እሞ ኣብኦም ንፈስ ይብል ኣሎ ኢልካ ን 3. እቲ ሳዕቤን መገዶም ጥ.12ለ-14 “ ...ስለዚ ኻብ እግዚኣ
ገሮ በለኒ፣” ዝብል ኣሎና። ነዚ ምስቲ ኣብ ዘፍ.2፣7 “እግዚኣ ብሄር ጐይታ ሰራዊት ዓብዪ ቝጥዓ ኮነ፣፣...ከምቲ ንሱ ዝ
ብሄር ኣምላኽ ከኣ ንሰብ ካብ ሓመድ ምድሪ ገበሮ፣ ኣብ ኣ ጸውዔ ንሳቶም ከኣ ዘይሰምዑ፣ ከምኡ’ውን ንሳቶም ጸውዑ ኣ
ፍንጫኡ ድማ እስትንፋስ ህይወት ኡፍ በለሉ እሞ እቲ ሰብ ነ ኸኣ ኣይሰማዕኩን ይብል እግዚኣብሄር ጐይታ ሰራዊት።
ህያው ነፍሲ ኾነ፣” ዝብል ምስ እነተሓሕዞ፣ እዚኣቶም ተራ ን ኣነ’ውን ናብ ዘይፈልጥዎም ዘበሉ ኵሎም ኣህዛብ በተንኩዎ
ፋስ ኣይኮኑን፣፣ ምስ እዚ ኵሉ ትእዛዛት ተቐቢሎም ዝወጹን ም፣ ...እታ ሃገር ከኣ ባደመት” ይብሎም።
ፈጺሞም ዝምለሱን ኣገልገልቲ እግዚኣብሄር ኣምላኽ ምዃ ኣብዚ ንኣና ንትምህርትና ዝተዋህበ ቃል ኣሎና ነስተብህለ
ኖም ግና ንርኢዮም ኣሎና። ሉ!!! እግዚኣብሄር ክዛረበና ከሎ ምስ እንኣብዮ ንሱ ከኣ ክን
ኣብተን ተሪፈን ዘለዋ ጥ.6-8 ተዋሂቡ ከም ዘሎ፣ እቶም መጋ ጽውዖ ከሎና ክኣብየና ኢዩ። እዚ ኣብ ምሳ.1፣ 28 “ሽዑ ናባ
ላት ኣፍራስ ዘለዉዋ ናብ ሃገር ሰሜን (ሰሜን ካብ እስራኤል) ይ ክምህለሉ ኢዮም፣ ኣነ ግና ኣይክመልሰሎምን’የ፣ ኣንጊሆም
ኣቢላ ትወጽእ፣፣ እቶም ኣምበሌታት ከኣ ደድሕሪኦም ይወጹ ክደልዩኒ ግናኸ ኣይኪረኽቡንን ኢዮም” ዝብል ቃል ኣሎና።
። ኣብዚ ሰሜን ካብ እስራኤል እታ ዝማረኸቶምን ዘዕነወቶ
ምን ቀንዲ ጸላኢቶም ባቢሎን ኢያ ዘላ። እቶም ጫጎታት ከ
34 39
ና። ኣ ናብ ደቡብ ኣቢሎም ይወጹ፣ ኣብዚ ኸኣ ግብጺ እታ ባሮ
እዚ ብመሰረት 2ነገ.25፣8-9, ኤር.52፣12-13 እዛ ሓምሸይቲ ታ ጌራቶም ዝነበረት ግናኸ ብሓያል ኢድ ኣምላኾም ዝወጹ
ወርሒ እታ ንጉስ ነብካድነጻር ናይ ባቢሎን ናብ የሩሳሌም ላ ሃገር ኣላትና። እቶም ሓመራት ኣፍራስ ዘለዉዋ ከኣ ንም
ዝመጸሉን ንቤት እግዚኣብሄርን ንቤት ንጉስን ብሓዊ ዘንደደ ድሪ ክመላልስዋ ወጹ ተመላለስዋ ከኣ ይብለና።
ለን ግዜን መዓልትን ወርሕን ዓመትን ኢየን ዘሎዋና። እታ ስለዚ እንታይ ኢዩ እቲ ተልእዀኦም? እስኪ ነቲ ኣብ ትን
ሻባዓይቲ ወርሒ ኸኣ እቲ ሲዒቡ ነቲ ኣብ ሚጽጳ ዝነበረ ኣ ቢት ዮኤ3፣1,2 ዘሎና ነስተብህለሉ!! “እንሆ ኸኣ በተን መ
ማሓዳሪ ክኸውን ዝተሾመ ገዳልያ ወዲ ኣሂቃም ብእስማእል ዓልታት እቲአንን በቲ ግዜ እትን ንይሁዳን ንየሩሳሌምን ካ
ወዲ ነታንያ ዝተቀተለሉ ግዜ ኢዩ። 2ነገ.25፣ 23-25, ኤር. ብ ምርኮ ምስ መለስክዎም፣ ብዛዕባ ህዝበይን ብዛዕባ ርስተይ
41፣1-3 ተመልከት። እስራኤልን ነቶም ፋሕ ዘበልዎምን ንምድረይ ከኣ እተማቐል
እቶም ተማሪኾም ዝኸዱ ኣብተን ብዙሓት ዓመታት ምርኮኦ ዋን ኣህዛብ፣ ኣብኡ ምሳታቶም ንፍርዲ ክኣቱስ ንዅሎም
ም መዘከርታ ዝሓለፋ መዓልትታት ሕሰሞምን መከርኦምን ህዝብታት ክእክቦም ናብ ለስ ዮሳፋጥ ከኣ ከውርዶም ኢየ፣”
ብጾምን ጸሎትን ዝዝክሩለን ኣብ ዓመት ኣርባዕተ ኣዋርሕ ነ ዝብል ትንቢት ኣሎና። ኣብ ዘካ.14፣3-5 ውን “...እቲ ኸረን
ይረናኦም። እዚ እቲ ኣብ ቅድሚ ኣምላኾም ርእሶም ዘትሓ ዘይቲ ኸኣ ናብ ምብራቕን ምዕራብን ኣብ ማእከሉ ክስንጠቕ
ትሉ፣ ሕልፎም እናዘከሩ ዝነብዕሉ ዝነበራኦም መዓልታት ኢ ኣዚዩ ዓብዪ ሽንጭሮ ክኸውን ኢዩ፣ ፍርቁ እቲ ኸረን ናብ
የን። ስለዚ እቲ ሽዑ ዝተሓተ ሕቶ ነቲ ናይ ቀደም ልማድና ሰሜን፣ ፍርቁ ድማ ናብ ደቡብ ክዘብል ኢዩ። ሽንጭሮ እቲ
ዶ ክንቕጽሎ ኢና ዝብል ኢዩ ዝነበረ። ኣኽራን ክሳዕ ኣጸል ክበጽሕ ኢዩ፣” ምስ ዝብል ዘተሓሕዝዎ
ኣለዉ።
3. እቲ ዝተዋህበ መልሲ ጥ.4-7 “ከምዚ ዝብል ቃል እግዚ
ኣብሄር ጐይታ ሰራዊት ከኣ መጸኒ፣ ንዅሉ ህዝቢ እታ ሃ 6፣9-15 እያሱ እቲ ሊቀ ኻህናት ዝደፍኦ ዘውዲ
ገርን ንካህናታን ከምዚ ኢልካ ተዛረቦም፣ በተን ሰብዓ ዓመት 1, ጥ.9-11 ንምድላው እቲ መስርሕ ዝተዋበ ቃል
ኣብ ሓምሳይን ሳብዓይን ወርሒ እትጸሙን እትበኽዩን ዝነ እቲ ፍጻመ ናይተን በታ ሓንቲ ለይቲ ንነብዪ ዘካርያስ ዝተ
በርኩምሲ፣ ብሓቂዶ ንኣይ ኢኹም ዝጸምኩምለይ? ምስ እት ዋህባ “ሾሞንተ ራእይያት ለይቲ” በዘን ኣብዚ ሒዝናየን ዘሎ
በልዑን እትሰትዩንከ ንርእስኹምዶ ኣይኰንኩምን እትበልዑን ና ጥቕስታት ዝተዋህበ መምርሒ ተዛዚመን ኣለዋ።
እትሰትዩን? የሩሳሌምን እተን ኣብ ዙርያኣ ዝነበራ ኸተማታ እቲ ዝተዋህቦ ቃል ከኣ “ካብቶም ምሩኻት ካብ ሔልዳይ
ትን ሰብ ሰፊርወንን ሃዲኤንን ከለዋ፣...እግዚኣብሄር ብኢድ እ ትርጕም ስሙ “ቅንዕናን ሓይልን”፣ ጦብያ ትርጕም ስሙ “ሕ
ቶም ቀዳሞት ነብያት ገይሩ ዝኣወጆ ቓልሲ’ዚዶ ኣይኰነን? ያውነት ኣምላኽ፣” የዳዕያ ትርጕም ስሙ “እግዚኣብሔር ይፈ
ዝብል ንጹር ሕቶ ብሕቶ ዝተዋህበ መልሲ ኣሎና። ልጥ፣” እዚኣቶም ካህናት ኢዮም።...ብሩርን ወርቅን ውሰድ እ
ምስ እዚ ዝተዋህበ መልሲ ቀደም’ውን ንሕቶ ኣቦታቶም ዝተ ሞ ኣኽሊላት ስራሕ፣ ኣብ ርእሲ እቲ ሊቀ ካህናት እያሱ ወዲ
ዋህበ መልሲ ኣብ ኢሳ.58፣1-14 “ኣፍካ መሊእካ ጨድር ኣይ ይሆጻዳቅ ድማ ድፍኣሉ፣” ዝበሎ ኣሎና።
ተቛርጽ፣ ድምጽኻ ከም መለኸት ዓው ኣብል፣ ንህዝበይ ኣበሳ
ኦም ንቤት ያእቆብ ድማ ሓጢኣቶም ንገሮም...” ዝብል ዝተ 2. ጥ.12-15 ንእያሱ ሊቀ ኻህናት ዝተዋህበ ቃል
ዋሂቡ ቃል ኣሎና ነንብቦ። እቲ መስርሕ ናይ ኣኽሊል ምድፋእ ምስ ተፈጸመ እቲ ነቲ
ብመሰረት እዚ ዝተዋህበና ጽሑፍ ኸኣ፣ እቲ እግዚኣብሄር ዝ ነብዪ ዝተዋህቦ ትእዛዝ ኣሎና። ኣብቲ ዝተዋህበ ትእዛዝ እቲ
ደልዮስ፣ ጣዕሳ ዘሰነዮ ንስሓን ምምላስን ገዛእ ርእስኻ ህያው ትርጕም ኣስማት ናይቶም ካህናት፣ “እቲ እግዚኣብሄር ይፈል
መስዋእቲ ገርካ ምቕራብን ኢዩ። ነዚ ኸኣ’ዩ ኣብ ዘካ 1፣3 ጥ ብሕያውነቱን ቅንዕና ሓይሉን” እዚ ክገብር ኢዩ። ጥ.12,
“እግዚኣብሄር ጐይታ ሰራዊት ከምዚ ይብል ኣሎ፣ ናባይ ተ 13 “እግዚኣብሄር ጐይታ ሰራዊት ከምዚ ይብል ኣሎ፣...እቲ
መለሱ ይብል እግዚኣብሄር ጐይታ ሰራዊት፣ ኣነ ኸኣ ናባኻ ጨንፈር ዝስሙ ሰብኣይ እንሆ ንሱ ኻብ ቦታኡ ክጭንፍር፣
38 35
መቕደስ እግዚኣብሄር ድማ ክሃንጽ ኢዩ።...ክብሪ ኸኣ ክጸው ጭንፍር፣ መቕደስ እግዚኣብሄር ድማ ክሃንጽ ኢዩ፣” ተባሂሉ
ር ኣብ ዝፋኑ ድማ ክቕመጥን ክገዝእን ኢዩ፣ ኣብ ዝፋኑ ኻ ሉ ዘሎ ኢዩ።
ህን ክኸውን ኢዩ፣ ኣብ መንጎ ኽልቲኡ’ውን ምኽሪ ሰላም ክ ስለዚ “እቶም ኣብ ርሑቕ ዘለዉ ክመጹ፣ ኣብ መቕደስ እግዚ
ኸውን ኢዩ ዝብል ኣሎና። እቲ ኽህነቱን ንግስነቱን ከም ክ ኣብሄር ከኣ ክሰርሑ ኢዮም።...ነቲ ደሃይ እግዚኣብሄር ተጠ
ልተ ገጽ ናይ ሓደ ሳንቲም ዘይፈላለ ኢዩ። ንቂቕኩም እንተ ሰማዕኩም እዚ ክኸውን ኢዩ፣” ዝበሎም ተስ
ንዝያዳ ሓበሬታ እዛ “ጨንፈር” እትብል ቃል ምስ ምሉእ ት ፋ ኣሎና።
ሕዝቶኣ ኣብ ኢሳ.4፣2-4, 11፣1-5, ኤር.23፣5-6, ዘካ.3፣8 ስለ እዚ እቲ ኣብ ኢሳ.60፣8-10 ተነቢሩልና ዘሎ፣ “እዞም ከም ደ
ዘሎና ነንብቦ። በናን ከም ናብ ኣባይተን ዝነፍራ ረገቢትን ዝመጹ እንታዎት
እዛ “እቲ ጨንፈር ዝስሙ ሰብኣይ እንሆ፣” እትብል ዘላ ሓረ ኢዮም? ደሴታት ይጽበያኒ፣ ንሱ ኣኽቢሩኪ ኢዩ እሞ፣ ንደቅ
ግ፣ ምስታ ኣብ ዮሃ.19፣5 “ሽዑ የሱስ ኣኽሊል እሾዅ ደፊኡን ኺ ምስ ብሩሮምን ወርቆምን ናብ ስም እግዚኣብሄር ኣምላኽ
ቀይሕ ባርኖስ ተኸዲኑን ናብ ወጻኢ ወጸ። ጲላጦስ ድማ፣ እ ኪ ናብቲ ናይ እስራኤል ቅዱስ፣ ካብ ርሑቕ ምእንቲ
ንሆ እቲ ሰብኣይ በሎም፣” ዝበሎ ንርኣዮ። ከምጽእሲ መራኽብ ተርሲስ ቅድም ክመጻ እየን። ብዅራይ
እቲ ኣብ ቅድሚ መንበር ፍርዲ ጲላጦስ ብሕስራን ዝተ ራእ ወቒዔኪ ብለውሃተይ ግና ምሒረኪ ኢየ እሞ ደቂ መጻእተኛ
የ ሰብኣይ “ጨንፈር ዝስሙ፣” መዓልቱ ትመጽእ ኣላ “ነገስታ ታት ንቐጽርኺ ክነድቅዎ፣ ነገስታቶም ከኣ ከገልግሉኺ ኢዮ
ት ምድርን መሳፍንትን ሓላቑ ኣሽሓትን... ኣብ ጐዳጕድን ም፣” ዝተባህለሉ ነታ ሃገርን ህዝባን ተዓቚሩሎም ዘሎ እሙን
ኣብ በዓትታትን ኣኽራንን ተሓብኡ። ነኽራንን ነኻውሕን ድ ተስፋ ኢዩ።
ማ ካብ ገጽ እቲ ኣብ ዝፋን ተቐሚጡ ዘሎ ካብ ቍጥዓ እቲ
ገንሸልሲ ኣብ ልዕሌና ወዲቕኩም ከውሉና በልዎም። እታ ዓ 3. 7፣1-8፣ 23 እቲ ንሳልሳይ ግዜ ዝመጾ ቃል
ባይ መዓልቲ ቍጥዓኦም መጺኣ ኢያ እሞ፣ መንከ ኢዩ ደው እዚ እቲ ንርሑቕ ዝጠመተ ትንቢታዊ ቃል ኢዩ
ክብል ዝኽእል፣” ዝብሉላ መዓልቲ ኣብ ራእ6፣15-17 ኣላት ኣብዚ ኣብተን ቀዳሞት ክልተ ምዕራፋት 7፣1-8፣23 ኣርባዕ
ና። ተ መልእኽትታት ኣሎዋና። እዚ ብራብዓይቲ ዓመት ንጉስ
እዚ ኣብዚ ተዋሂቡና ዘሎ “ቃል” ካብቲ እቲ ነብዪ ዝነበሮ ግ ዳርዮስ ብራብዓይቲ መዓልቲ ናይታ ሳብዓይቲ ወርሒ ናብ ነ
ዜ ንርሑቕ ናብቲ ፍጻሜ ዘመናት ኣህዛብ ዝኾነ ምጅማር ብዪ ዘካርያስ ዝመጾ ቃል እግዚኣብሄር ኢዩ።
መንግስቲ ኣምላኽ ዝጠመተ ኢዩ ዘሎና። እዚ እቲ ኣብ ዳን.
2፣44 “ብዘመን እዞም ነገስታት እዚኣቶም ኣምላኽ ሰማይን እታ ቀዳመይቲ መልእኽቲ 7፣1-7
ዘልኣለም ከቶ ዘይትጠፍእን ግዝኣታ ኸኣ ንኻልእ ህዝቢ ዘይ ነቶም ካህናት ቤት እግዚኣብሄርን ንነብያትን ዝመጸ ቃል፣-
ውሃብን መንግስቲ ከተንስእ ኢዩ። ንዅለን እዘን መንግስታ እቲ ኣብዚ ዝተዋህቦም ንጹር መልሲ፣ ካብ ጾምሲ ምእዛዝ በ
ት እዚኣተን ክትጭፍልቐንን ከተጥፍኤንን ኢያ፣ ንሳ ግና ንዘ ልጽ ዝብል ቃል ኣሎና።
ልኣለም ክትቀውም እያ፣” ዝተባህለላ ንሳ ኢያ። እቲ ካብ ተቐማጦ ቤት-ኤል እዝ.2፣28 ናብቶም ካህናት ቤት
ጥ.14,15 እቲ ዕላማኡ፣- እግዚኣብሄር ጐይታ ሰራዊትን ነብያትን ዝመጸ መልእኽቲ፣-
እቲ ኣብ ጥ.11 “ብሩርን ወርቅን ውሰድ እሞ ኣኽሊላት ስራ 1. እዋኑ ጥ.1 ብራብዓይቲ ዓመት ንጉስ ዳርዮስ ኢዩ፣፣
ሕ፣ ኣብ ርእሲ እቲ ሊቀ ኻህናት እያሱ ወዲ የሆጻዳቅ ድማ እዚ ብመሰረት እዝ.4፣24 እቲ ዕዮ እታ ኣብ የሩሳሌም ዘላ ቤ
ድፍኣሉ፣” ዝበሎ፣ ነዚ ኣብ ጥ.14 “እቲ ኣኽሊላት ከኣ...ኣብ ት እግዚኣብሄር ክሳዕ እታ ኻልኣይቲ ዓመት መንግስቱ ንዳ
መቕደስ እግዚኣብሄር ንመዘከርታ ክኾኖም ኢዩ፣” ዝተባህለሉ ርዮስ ንጉስ ፋርስ ከይሰርሑ ዝቦዀሩለን ዓመታት ኣለዋና።
ብተምሳል እቲ ንጹር ጠመተኡ ናብቲ ንጉስን ካህንን ዝኾነ 2. እቲ ዝቐረበ ሕቶ ጥ.2,3 “…ከምቲ በተን ብዙሓት ዓመ
ጐይታናን መድሓኒናን የሱስ ኢዩ። እዚ ንሱ እቲ ኣብ ጥ. ታት ዝገበርኩዎዶ በታ ሓምሰይቲ ወርሒ ተፈልየ ክበኪ
12 “እቲ ጨንፈር ዝስሙ ሰብኣይ እንሆ፣ ንሱ ኣብ ቦታኡ ክ ኢየ? ኢሎም ክነግርዎምን ለኣኽዎም፣” ዝብል መንቀሊ ኣሎ
36 37