You are on page 1of 1

ናብ ደ/ር መብራህቱ መለስ

ካዛ ናይካፒታል ኣቑሑት ፋይናንስ ንግዲ ስራሕ ኣክሲዮን ማሕበር ምስቲ ዝመርሕዎ ዝነበሩ ትካል ቕርበት ስለ ዝነበሮ በቲ ሕጊ ናይ
ብሄራዊ ባንክ ናይ ተፈጥሮ ሰብ ኮይኖም እቲ ትካል ካብ ዝጣየሽ ጀሚሩ ኣይተ ጥላሁን ታረቀ እናመርሕዎ ድሕሪ ምፅናሕ ናብ ካልእ
ቢሮ ስለ ዝተዛወሩ እቲ ዝነበሮም ብፂሒት ናባኹም ክዘውር ብፅሑፍ ኣፍርሊጦም እዮም፡፡በዚ መሰረት ኣብ ሓፈሻዊ ጉባኤ ናይቲ
ትካል ፀዲቑ ብብሄራዊ ባንክ ተቐባልነት ረኺቡ ስለዝመፀ በቲ ዝተወሃቡኩም ሓላፍነት መሰረት ናይቲ ትካል ቦርድ ኣመራርሓ
ምዃንኩም እናሓበርኩ ነቲ ትካል ከምቲ ዝጀመርክምዎ ናብ ዝሓሸ ብርኪ ከምተብፅሕዎ ምስ ሙሉእ እምነት እዩ፡፡

ምሰ ሰላምታ

ቕዳሕ

 ንካዛ ናይ ካፒታል ኣቑሑት ፋይናንስ ኣ/ማሕበር


 ንጄንሲ ልምዓት ኣናእሽተይን ማእኸለዎት ማንፋክቸሪንግ ኢንዳስትሪ ክልል ትግራይ
 ፋይል

ንክፈልጥዎ

 ንም/ስ/ምምሕዳር ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ

You might also like