You are on page 1of 2

ዕ ለት 24 april 2020

ጉዳይ ና ይ ዑቕባ ኢን ተር ቪዋት ኣ ብ ግዜ ቅልውላ ው ኮ ሮና

ዝኸበ ር ካ ኣ ቶ/ወይዘ ሮ፡

ኣ ብ ሃ ገ ረ ኔ ዘ ር ላ ን ድ ዑቕባ ሓቲትካ ኣ ለ ኻ። ኣ ገ ልግሎት ኢሜግሬሽን ን ዜግነ ትን (ኢ ኤን ዴ)፡ ነ ቶም ኣ ብ ኔ ዘ ር ላ ን ድ


ዝቐረ ቡ ና ይ ዑቕባ ሕቶታት ምላ ሽ ዝህ ብ ትካ ል እ ዩ ። ከ ም’ቲ ምና ልባ ት ድሮ ኣ ስ ተብሂ ልካ ሉ ዘ ለ ኻ፡ ቫ ይረ ስ ኮ ሮና ኣ ብ
ስ ር ሕ ና ይ ትካ ል ኢ ኤን ዴ እ ን ተኾነ ’ውን ጽልዋ ይሕዲሩ ኣ ሎ። እ ቶም ምስ ቫ ይረ ስ ኮ ሮና ዝተኣ ሳ ሰ ሩ ጉዳያ ት፡ ን ዓ ኻ
ብዛ ዕ ባ ና ይ ዑቕባ ሕቶኻ ዝረ ኣ የ ሉ ኣ ገ ባ ብ ዝምልከ ቱ ብዙሓት ሕቶታት ከ ምዝህ ወልኻ ክ ገ ብር ከ ምዝኽእ ል ኢ ኤን ዴ
ይር ድኦ እ ዩ ። ብዛ ዕ ባ ’ዚ ድማ፡ ብመን ገ ዲ እ ዚ ደብዳቤ ጌ ር ና ፡ ብዘ ኻእ ለ መጠን ዝግባ እ ሓበ ሬታ ክ ን ህ በ ካ ኢና ።

ካ ብ ዕ ለ ት 15 መጋቢት 2020 ኣ ትሒዙ፡ ኢ ኤን ዴ ዝኾነ ይኹን ና ይ ዑቕባ ዝር ር ባ ት (ኢን ተር ቪዋት) ኣ የ ካ የ ደን ።


ብኸም’ዚ ኣ ገ ባ ብ፡ ኢ ኤን ዴ ነ ቲ መን ግስ ቲ ኔ ዘ ር ላ ን ድ ን ህ ዝቢ ካ ብ ለ በ ዳ ቫ ይረ ስ ኮ ሮና ን ምክ ልኻል ዘ ውጽኦ ሕግታት
የ ኽብር ኣ ሎ።

ኣ ብ’ዚ ደብዳቤ፡ ኢ ኤን ዴ ብኸመይ ኣ ገ ባ ብ ኢን ተር ቪዋት ና ይ ገ ለ ክ ፋል ሓተቲ ዑቕባ ክ ሰ ምዕ ወይ ከ ካ የ ድ ምዃኑ


ከ ተን ብብ ኢኻ። ብተወሳ ኺ፡ እ ዚ ን ዓ ኻ እ ን ታይ ጽልዋ ኣ ለ ዎ ድማ ከ ተን ብብ ኢኻ።

ትካ ል ኢ ኤን ዴ ና ይ ዑቕባ ኢን ተር ቪዋት ብመን ገ ዲ ኢን ተር ነ ት ብኮ ምፒተር ከ ካ ይድ ክ ጅምር እ ዩ


ኣ ብ ምስ ኢ ኤን ዴ ዝግብሩ ዝር ር ባ ት፡ መብዝሕትኡ ግዜ፡ ዝተፈላ ለ ዩ ሰ ባ ት ኣ ብ ን እ ሽ ቶ ቦ ታ ን ነ ዊሕ ግዜ ክ ጸ ን ሑ
ይግደዱ። ብኸም’ዚ ኣ ገ ባ ብ፡ ነ ቲ ን ለ በ ዳ ቫ ይረ ስ ኮ ሮና ን ምግታእ መን ግስ ቲ ዘ ውጽኦ ስ ጉምትታት (ን ኣ ብነ ት ካ ብ
ሓድሕድካ ና ይ 1 ሜትሮን ፈረ ቓን ምር ሕሓቕ ዝብል) ክ ትክ ተሎ ከ ቢድ እ ዩ ።

በ ዚ መሰ ረ ት እ ዩ ድማ ኢ ኤን ዴ ነ ቶም ና ይ ዑቕባ ኢን ተር ቪዋት ብኢን ተር ነ ት ከ ካ ይዶም።

ፈለ ማ፡ ጠበ ቓኻ ነ ቲ ብኢን ተር ነ ት ዝካ የ ድ ኢን ተር ቪው ከ ቀራር በ ካ እ ዩ ።

ን ጽባ ሒቱ፡ ሰ ራሕተኛ ኢ ኤን ዴ፡ ምሳ ኻ ብኢን ተር ነ ት እ ን ዳተረ ኣ ኣ የ ዝር ር ብ ከ ካ ይደልካ እ ዩ ። ተር ጓ ማይ ድማ


ብኢን ተር ነ ት ነ ቲ ዝር ር ብ ክ ጽምበ ሮ እ ዩ ። ካ ልእ ዝሕግዘ ካ ኣ ካ ል እ ን ተልዩ ’ውን ነ ቲ ዝር ር ብ ብኢን ተር ነ ት ክ ጽምበ ሮ
ተኽእ ሎ ኣ ሎ። ኩሎም ተሳ ተፍቲ ና ይ’ዚ ዝካ የ ድ ዝር ር ብ ኣ ብ ዝተፈላ ለ የ ቦ ታ እ ዮም ዝህ ልዉ። ን ስ ኻ፡ ኣ ብ መዓ ስ ከ ር ካ
ኣ ብ ቅድሚኮ ምፒተር ኮ ፍ ትብል። ኣ ብ’ቲ ዝር ር ብ ሓገ ዝ ዝገ ብሩ ኣ ለ ይቲ ኣ ብ’ቲ መዓ ስ ከ ር ኣ ለ ዉ። ን ሶ ም ን ኣ ብነ ት፡ እ ቲ
ና ይ ኮ ምፒተር ነ ገ ራት ከ መይ ከ ምዝሰ ር ሕ የ ረ ዱእ ኻ። ብተወሳ ኺ ን ሳ ቶም ዝኾነ ይኹን ቴክ ኒ ካ ዊ ወይ ካ ልእ ጸ ገ ማት ምስ
ዘ ጋጥም ይተሓጋገ ዙኻ።

ኣ ብ ገ ለ እ ዋና ት፡ ጠበ ቓኻ እ ቲ ኢን ተር ቪው ከ መይ ከ ምዝነ በ ረ ምሳ ኻ ክ ዛ ራረ ብ ይደሊ (ድሕሪ ኢን ተር ቪው ምስ ጠበ ቓ


ዝግበ ር ዝር ር ብ)። እ ዚ ኣ ድላ ዪ ምስ ዝኸውን ፡ እ ቲ ምስ ጠበ ቓ ዝካ የ ድ ዝር ር ብ’ውን ብኢን ተር ነ ት እ ዩ ዝካ የ ድ።

ኢ ኤን ዴ ብዉሑድ ጉጅለ እ ዩ ብኢን ተር ነ ት ኢን ተር ቪው ምግባ ር ክ ጅምር


ኢ ኤን ዴ፡ በ ቶም ኣ ብ ዝተቓልጠፈ መስ ር ሕ ዑቕባ ዘ ለ ዉ ሓተትቲ ዑቕባ እ ዪ ክ ጅምር ። እ ዚኣ ቶም፡ ካ ብ ሶ ር ያ ፡ የ መን ን
ቱር ክ ን ዝመጹ ሓተትቲ ዑቕባ እ ዮም። እ ቲ ብኸም’ዚ ኣ ገ ባ ብ ዝካ የ ድ ኢን ተር ቪው ጽቡቕ ምስ ዝሰ ር ሕ ጥራሕ እ ዩ
እ ን ዳሰ ፍሐ ክ ኸይድ ዝኽእ ል። እ ዚ ማለ ት፡ ኢ ኤን ዴ፡ ኣ ብ ዳሕራይ እ ዋን ካ ብ’ዞ ም ዝተጠቕሱ ጉጅለ ወጻ ኢ ካ ልኦ ት ሓተቲ
ዑቕባ ብኢን ተር ነ ት ኢን ተር ቬው ከ ግብር እ ዩ ።

Pagina 1 van 2
ምና ልባ ት ን ስ ኻ ብኢን ተር ነ ት ኢን ተር ቪው ን ኽትገ ብር መጸ ዋዕ ታ ክ መጻ ካ ይኽእ ል እ ዩ
ኢ ኤን ዴ፡ ኣ ብ’ዚ ሕጂ እ ዋን ፡ ኣ የ ኖት መዓ ስ ከ ራት እ የ ን ብኢን ተር ነ ት ኢን ተር ቪው ከ ተካ ይደለ ን ትኽእ ል ኣ ብ ምጽራይ
ይር ከ ብ። መታን ብመን ገ ዲ ኮ ዋ ዕ ድመ ክ በ ጽሓካ ፡ ን ስ ኻ ኣ ብ ክ ትር ከ በ ሉ ትኽእ ል ኩነ ታት ክ ትጸ ን ሕ ኣ ገ ዳሲ እ ዩ ። እ ቲ
መጸ ዋዕ ታ፡ ብመን ገ ዲ ኣ ብ’ቲ ኣ ብ ሪ ሰ ፕሽን ዝልጠፍ ና ይ ፖስ ጣ ዝር ዝር እ ዩ ዝካ የ ድ። ኣ ብ መዓ ስ ከ ር ና ይ ኮ ዋ
ኣ ይኮ ን ካ ን ትን በ ር ዘ ለ ኻ? ኣ ብ ከ ምኡ ኩነ ታት፡ ኣ በ የ ና ይ ኣ ድራሻ ትነ ብር ከ ምዘ ለ ኻ ን ኮ ዋ ሓብር ።

ኣ ብ’ቲ ና ይ ዕ ድመ ወረ ቐት ዝያ ዳ መብር ሂ ክ ወሃ በ ካ እ ዩ
ብመን ገ ዲ ኢን ተር ነ ት ኢን ተር ቪው ን ኽትገ ብር ና ይ ዕ ድመ ወረ ቐት ምስ ተዋሃ በ ካ ፡ ብዛ ዕ ባ እ ዚ ብሰ ን ኪ ቅልውላ ው
ተኣ ታትዩ ዘ ሎ ለ ውጥታት ዝምልከ ት ዝያ ዳ ሓበ ሬታ ኣ ብኡ ከ ተን ብብ ኢኻ። ብተወሳ ኺ፡ ነ ቲ ዝካ የ ድ ዝር ር ብ ብኸመይ
ኣ ገ ባ ብ ክ ትቀራረ በ ሉ ከ ምትኽእ ል (ምስ ጠበ ቓኻ ብምዃን ) ኣ ብኡ ሓበ ሬታ ክ ህ ሉ እ ዩ ።

ማሕበ ር ተሓጋገ ዝቲ ስ ደተኛታት (ፌ ቬ ኤን ) እ ን ተላ ይ ኣ ብ ቅልውላ ው ኮ ሮና ክ ተሓባ በ ረ ካ እ ዩ


ብሰ ን ኪ ወይ ብዛ ዕ ባ እ ዚ ደብዳቤ ሕቶታት ኣ ለ ዉኻ ድዮም ? ምስ ማሕበ ር ተሓጋ ገ ዝቲ ስ ደተኛታት (ፌ ቬ ኤን ) ር ክ ብ
ግበ ር ። ኣ ብ ነ ፍሲ-ወከ ፍ መዓ ስ ከ ር ፡ ን ፌ ቬ ኤን ክ ትረ ኽበ ሉ ትኽእ ል ኣ ገ ባ ብ ዝሕብር ሓበ ሬታ ኣ ሎ። ክ ትድውል ወይ ብ
ዋትስ ኣ ፕ (Whatsapp) መልእ ኽቲ ክ ትሰ ድድ ወይ ድማ ኢሜይል ክ ትጽሕፍ ትኽእ ል። እ ን ተደሊኻ’ውን ፡ ፌ ቬ ኤን
ኣ ብ’ቲ ዝካ የ ድ ዝር ር ብ ከ ምዝህ ሉ ክ ግበ ር ይከ ኣ ል እ ዩ ።

እ ዚ ደብዳቤ፡ ብዝተፈላ ለ ዩ ቋን ቋታት ተዳልዩ ፡ ኣ ብ ና ይ መር በ ብ ገ ጽና ክ ልጠፍ እ ዩ


እ ዚ ደብዳቤ፡ ኣ ብ መር በ ብ ገ ጽ ind.nl/asielzoeker ክ ልጠፍ እ ዩ ። ነ ዚ ደብዳቤ፡ ብቋን ቋታት ዓ ረ ብ፡
ኢን ግሊዘ ኛ፡ ፋር ሲ፡ ትግር ኛን ቱር ክ ን ከ ተን ብቦ ትኽእ ል። ብዛ ዕ ባ ቫ የ ር ስ ኮ ሮና ዝያ ዳ ሓበ ሬታ ን ምር ካ ብ፡ ኣ ብ
መር በ ብ ገ ጽ ind.nl/coronavirus ተወከ ስ ። ን ኻልኦ ት ጉዳያ ት ዝምልከ ቱ ሕቶታት ምስ ዝህ ልዉኻ ድማ፡ ና ብ መስ መር
ሓበ ሬታ ብቑጽሪ ስ ልኪ 088 04 30430 ደውል።

ምስ ሰ ላ ምታ፡

ኣ . ኤን . ሞለ ማን
ዳይረ ክ ቶር ዑቕባ ን ምክ ልኻልን

ዝያ ዳ ሐብሬታ፡ ኣ ብ’ዞ ም ዝስ ዕ ቡ ገ ጻ ት መር በ ብ ክ ትረ ክ ብ ትኽእ ል፦


www.ind.nl
www.coa.nl
www.rvr.org
www.vluchtelingenwerk.nl

Pagina 2 van 2

You might also like