You are on page 1of 19

መርሃ ትምህርቲ

(ሲለበስ)
ትምህርቲ ስነ-ጥበብ 6ይ ክፍሊ

0 መርሃ ትምህርቲ ስነ-ጥበብ 6ይ ክፍሊ


ትሕዜቶ ገፅ
መእተዊ ………………………………………………………………………………………………………………….……………1
ሓፇሻዊ ዕላማታት ……………………………………………………………………..…………………………………………….2
ዴልዴል ክፍለ ግ዗ ትምህርቲ ስነ ጥበብ 6ይ ክፍሊ ……………………………….………………………………..……………..3
ምዕራፍ ሓዯ፡- ታሪኽ ስነ ጥበብ …………………………………….…………………………….…………..….…3
ምዕራፍ ክልተ፡- ንዴፉ /ዱዚይን/ ……………………………………………..…………….….….…………..……5
ምዕራፍ ሰለስተ፡- ልኸያ ሕብሪ …………………………………………………………………..………………..7
ምዕራፍ ኣርባዕተ፡- ኮላዥን ሞዚይክን ………………………………………………..……………..………..….…9
ምዕራፍ ሓሙሽተ፡- ሕትመት …………………………………………………………………………..……….....12
ምዕራፍ ሽደሽተ፡- ኪነ ፅሕፇት …………………………………………………………………………………..14
ምዕራፍ ሸውዓተ፡- ቕርፂ ………………………………………………………………………..…..….……….….16
ምዕራፍ ሸሞንተ፡- ኮምፒዩተር ግራፉክስ ………………………………………………………..…………….…18

መእተዊ
እዙ መርሃ ትምህርቲ ስነ ጥበብ 6ይ ክፍሊ ብሓደሽ መልክዕን እዋናዊ ዜኾኑ ናይ ልምዓትን ዱሞክራሲ መርህታት ብምትግባር ኤች
ኣይ ቪ ኤዴስን ካልኦት ተዚመዴቲ ጠንቅታት ፀገማትን ጥዕና ብምክታት ቅዴም ክብል ካብ 5ይ - 6ይ ዯረጃ ክፍልታት ዜነበረ ኣወሃህባ
ትምህርቲ ብምምሕያሽ እስካብ 8ይ ክፍሊ ቀፃልነት ንክህልዎ ብምሕሳብ ዜተዲለወ’ዩ።

ዕላምኡ’ውን ተምሃሮ ብስእሊ፣ ቅርፃ ቕርፅን ዱዚይንን ብናይ ምህዝ ጥበብ ተሰኒዮም ስምዒቶምን ዴልየቶምን ብ዗ይ ገለ ፅዕንቶ
ንምግላፅን ክእለት ፇጠራኦም ዜያዲ ንምምዕባል እንታይነት ስነ ጥበብን እዯ ጥበብን ዜግን዗ብሉን ውፅኢቱ ዴማ ንንዴፉ፣ ንዱዚይን
ቴክኖሎጂን እምነ ኩርናዕ ምዃኖም ፇሊጦም ብምንኣዴ ምሕብሓብ ዜኽእልሉ ሜላ ንምጭባጥ’ዩ።

መሰረታዊ ዜኾኑ ባህርያት ስነ ጥበብ ንምግንዚብ ይወሃቡ ዜነበሩ ናይ ክልተ ክፍሊ ትምህርቲ (5ይ ን 6ይ ን) ንኩሉ ፍልጠት እቲ ጥበብ
ብመሰረታዊነት ፀቕጢ (ፅዕንቶ) ዜበዜሖን ንቐፃላይ ስርዓት ትምህርቲ ማለት ብዯረጃ ኮሌጃት ንዜወሃብ ትምህርቲ ዜህልዎ ክፍተት
ንምፅባብ እዙ ትምህርቲ እስካብ 8ይ ክፍሊ ምቕፃሉ ግቡእነትን ተዚማዴነትን ዗ለዎ ንክኸውን ይገብሮ።

1 መርሃ ትምህርቲ ስነ-ጥበብ 6ይ ክፍሊ


ብምዃኑ አወሃህባ እዙ ትምህርቲ ካብ ቀሊል ናብ ከቢዴ (ዜርዜር) ንምብፃሕ ተሓሲቡ ተተሓሓዚይ ብዜኾነ መልክዕ ተዲልዩ። በዙ
መሰረት ኣብዙ ዯረጃ ክፍሊ ዜርከቡ ተምሃሮ ብኣተሓሳስባ ብስለቶም፣ ብግንዚበ ምምዕባል ምጅማሮምን ኣካላዊ ጥንካረኦምን ዕብየት
እናረኸቡ ዜመፅሉ አዋን ብምዃኑ ትሕዜቶን ልምዴታት ኣሰራርሓን እዙ ትምህርቲ ኣጠናኺሩ ብምቕራብ ዜበለፀ ናይ ክእለት፣
ፍልጠትን ባህሪን ለውጢ ንክረኽቡ ንምግባር የኽአል።

ምሁራን ስነ ጥበብን ተምሃሮ ስነ ልቦናን ከምዜብልዎ ኣብዙ ዯረጃ ዕበየት ዜበፅሑ ህፃናት ሓሳባቶም ብስራሕቲ ስእሊ ኣብ ልዕሊ
ምግላፆም ሰባት እንታይ ከምዜሓስቡ ነቒሖም ስለዜፅበዩ ናይ መንፇስ ዯገፍን ቴክኒካዊ ሓገዜን መምህራኖምን ክኢላታት ስነ ጥበብን
ይዯልዩ። ብምኽንያት ትምህርቲ ስነ ጥበብ ሚስጥር ስነ ፅባቐ ዜያዯ ምግንዚብ ይጅምሩ። ኣብ ናብረኦም ኮነ ኣብ ከባቢኦም ዜርከቡ
ነገራት ብዚዕባ ኣፇጣጥርኦምን ኣሰራርሓኦምን ብዯረጅኦም ብምምርማር ናብ ተግባር ብምሽራፍ ሓዯ ነገር ናይ ምስራሕን ምፍጣርን
ልምዱ ዜኾኖም መበገሲ (መሰረት) ይረኽቡ።

መምህራን ዴማ እዙ ኣተሓሳስባን ዴልየትን ተምሃሮ ብዜግባእ ብምርዲእ ተምሃሮ ዜሰንቅዎ ፍልጠት፣ ክእለትን ናይ ባህሪ ለውጥን
ብጥበብ ፇጠርኦም ኣቢሎም ንኩለ መዲይ ሰብእና ንባዕሎም ከዲልዉን ብዚዕባ ዱሞክራሲያዊ ሕብረተሰብ ባህላዊን ኢኮኖሚያዊን
ህይወት ንቑሕ ስምዒት ክሀልዎም ይኽእል።

ኣብዙ ትምህርቲ ስነ ጥበብ 6ይ ክፍሊ ተምሃሮ ብፍልጠት፣ ብክእለትን ብኣተሓሳስባን ለውጢ ብምምፃእ ንዜቕፅሉ ዯረጃ ክፍልታት
ዴሉዋት ኮይኖም ንክርከቡ ዗ኽእሎም ሓፇሻዊ ዕላማታት ብውሑዴ ዯረጃ ትፅቢት ዜግበረሎም ውፅኢት ትሕዜቶታት ኣብ ተግባራት
ምምሃር ምስትምሃርን ምግምጋምን ከምኡ’ውን ኣብ መሳርሕታት መምሃሪ መስተምሃሪ ቀሪቦም’ዮም።

ሓፇሻዊ ዕላማታት ትምህርቲ ስነ -ጥበብ 6ይ ክፍሊ፡-


ተምሃሮ ትምህርቲ ስነ ጥበብ 6ይ ክፍሊ ምስ ዚ዗ሙ፡-
 ታሪኽ ስነ ጥበብን እዯ ጥበብን ብሄረ ብሄረሰባት ይግን዗ቡ፣
 ብባዕሎም ዜተኣማመኑን ሃገሮም ዜፇትዉን ንቑሓት ዛጋታት ንክኾኑ ይኽእሉ፣
 ሓዴግታት ናይ ምሕብሓብን ንቐፃላይ ትውልዱ ናይ ምትሕልላፍን ልምዱ የማዕብሉ፣
 ምስሊ ህይወት ዗ለዎምን ህይወት ዗ይብሎምን ኣብ ከባቢኦም ዜርከቡ ነገራት ብስነ ጥበብ ኣቢሎም ናይ ምግላፅ ክእለት
የመሓይሹ፣
 ኣብ ተፇጥራዊን ሰብ ስራሕን ነገራት ዜረኣዩ ሕብርታት ፇልዮም ብምውፃእ ፍልፍል መስርሒ ሕብርታት ይርዴኡ፣
 ኣብ ማሕበራዊ ናብራ ዜተዯረኹ ትሕዜቶታት መሰረት ብምግባር ንባዕሎምን ንሕብረተሰቦምን ዜረብሑ ስራሕቲ ስነ ጥበብ
ብምስራሕ ክአለት ፇጠርኦም የመሓይሹ፣

2 መርሃ ትምህርቲ ስነ-ጥበብ 6ይ ክፍሊ


 ካብ ቀለልቲ ከባቢያዊ ናውቲ ብዓቕሞም ዱዚይን (ንዴፉ) ናይ ምስራሕ ክአለቶም የመሓይሹ፣
 ክእለታት ጥበብ ፎቶግራፍ፣ ቪዴዮን ኮምፒዮተርን ምስቶም ዜሰርሕዎም ስራሕቲ ስነ ጥበብ እናዋዲደ ናይ ምስራሕ
ልምዴን ተበግሶን የርእዩ።
 ጥበብ ፎቶ ግራፍ፣ ቪዴዮን ኮምፒዩተርን ምስ ካልኦት ስራሕቲ ስነ ጥበብ እናዋዯደ ናይ ምሰራሕ ልምዴን ተበግሶን
የርእዩ።

ዴልዴል ክፍለ ግ዗ ትምህርቲ ስነ ጥበብ 6 ክፍሊ
ምዕራፍ ሓዯ ታሪኽ ስነ- ጥበብ 5 ክፍለ ግ዗
ምዕራፍ ክልተ ንዴፉ (ዱዚይን) 12 ክፍለ ግ዗
ምዕራፍ ሰለስተ ልኸያ ሕብሪ 9 ክፍለ ግ዗
ምዕራፍ ኣርባዕተ ኮላዥን ሞዚይክን 8 ክፍለ ግ዗
ምዕራፍ ሓሙሽተ ሕትመት 8 ክፍለ ግ዗
ምዕራፍ ሽደሽተ ኪነ ፅሕፇት 9 ክፍለ ግ዗
ምዕራፍ ሸውዓተ ቕርፂ 8 ክፍለ ግ዗
ምዕራፍ ሸሞንተ ኮምፒዩተር ግራፉክስ 7 ክፍለ ግ዗

ምዕራፍ ሓዯ፡- ታሪኽ ስነ-ጥበብ


5 ክፍለ ግ዗ (periods)
ሓፇሻዊ ዕላማታት እዙ ምዕራፍ፡-
ተምሃሮ እዙ ምዕራፍ ምስተምሃሩ
- ታሪኽን ረብሓን ስነ ጥበብ ኢትዮጵያ ይግን዗ቡ፣
- ታሪኽን ኣሰራርሓን በብ዗በኑ ዜነበሩ ስራሕቲ ስነ-ጥበብ ይግን዗ቡ፣
- ሰብ ሙያታት ስነ ጠበብን ውፅኢቶምን ይፇልጡን ይሕብሕቡን።

3 መርሃ ትምህርቲ ስነ-ጥበብ 6ይ ክፍሊ


ትፅቢት ዜግበረሉ ኣዕጋቢ ዯረጃ ትሕዜቶትምህርቲ (ኣግባብ ኣመሃህራ)
ብቕዓት
- ተምሃሮ እዙ ርእሲ ምስ 1.1. ታሪኽ ስነ ጥበብ - ተምሃሮ ብዚዕባ ታሪኽ ስነ-ጥበብ ዜፇልጥዎ ብምሕታት ግቡእ ግንዚበ
ተምሃሩ፡- (5 ክግለ ግዜያት) ምፍጣር። ንኣብነት፡-
- ታሪኽ ስነ-ጥበብን ንዯቅ - ስልጣነን ስነ • አጀማምራ ስእሊ ዯቂሰባት ኣብ በዓቲ ኣብ ዜነብረሉ አዋንን እዘይ
ሰባት ዗ወፇዮ እጃምን ጥበብን ወዴ-ሰብ ዜበሃል መረዲዴኢ ቋንቋ ኣብ ዗ይነበረሉ ግ዗ን ምዃኑ፣
ይግን዗ቡ። - ስእሊ በዓቲ (Cave • በብ ዗መናት ዜተሰርሑ ስእልታት፣
art) ቅርፃ ቕርፂ፣ ኪነ-ህንፃታት ብፎቶግራፍ ወይብስላይዴ ፉልም ኣቕሪብካ
- ስነ-ጥበብ ብምርኣይ ተምሃሮ ክርዴኡን ልምዱ ክወስደን ምግባር።
ኢትዮጵያ - በዚዕባ ሓፇሻዊ ኩነታት ስራሕትን ውፅኢትን ስነ-ጥበብ ብምግላፅ
- ስነ-ጥበብ ግብፂ ግቡእ ግንዚበ ክረኽቡ ምግባር።
- ስሙያት ሰብ - ነቲ ጥበብን በዓል ዋና እቲ ጥበብን ዜህልዎም ረብሓ ብምግንዚብ
ሙያ ስነ-ጥበብ ክገብርዎ ዜግባእ ምርዲእ። ንሱ’ውን ንቶም ሰብ ሞያ ጥበብን ውፅኢት
ኢትዮጵያ ስራሕቶምን ክብሪ፣ ናእዲን ሕብሓበን ክገብሩ ከምዜግባእ ምርዲእ።

዗ዴልዩ ናውትን ትምህርትን መምሃሪ ሓገዚትን፦


- መፃሕፍቲ ታሪኽ ስነ-ጥበብ፣
- ውፅኢታት ስነ-ጥበብ ዜሓ዗ ፎቶ ግራፍ ወይ ስላይዴ፣
- ሙዜየም፣ ጋለሪ፣ ኤግዜቢሽን፣ ወ዗ተ
ኣገባብ ገምጋም-
- ታሪኽ ስነ-ጥበብ ዜምልከት ክንዯየናይ ከምዜተረዯኦም ብምሕታት ምርግጋፅ፣
- ታሪኽ ስነ-ጥበብ ኢትዮጵያ፣ ስም ሰኣልትን ስራሕቶምን ንክገልፁ ብምሕታት ምርግጋፅ፣
- እንታይነትን ረብሓን ሙዙየም፣ ጋለሪን ዓውዯ ምርኢትን ንክዜርዜሩ ምሕታት።

4 መርሃ ትምህርቲ ስነ-ጥበብ 6ይ ክፍሊ


ምዕራፍ ክልተ፡- ንዴፉ
(12 ክፍለ ግ዗)
ሓፇሻዊ ዕላማታት እዙ ምዕራፍ፡-
ተምሃሮ እዙ ምዕራፍ ምስተምሃሩ፦
- መሳርሕታት ንዴፉ ብምዴላው ምጥቃም ይኽእሉ፣
- ባህርያት መሰረታዊ ሕንፃፃት ይርዴኡ፣
- ሕንፃፃት ብምጥቃም ምስሊ ሰብን ዜተፇላለዩ ነገራትን ምስራሕ ይኽእሉ።

ትፅቢት ዜግበረሉ ኣዕጋቢ ዯረጃ ትሕዜቶ ትምህርቲ (ኣግባብ ኣመሃህራ)


ብቕዓት
- ተምሃሮ እዙ ርእሲ ምስተምሃሩ፡- 2.1. አዯላልዋን ኣጠቓቕማን - ተምሃሮ ኣጠቓቕማ መሳርሕታት ንዯፉ ቅዴም
- መስርሒ መሳርሕታት ንዴፉ መሳርሕታት ንዴፉ ክብል ካብ ዜፇልጥዎ ተበጊሶም ንከረዴኡ ዕዯል
ይፇልጡ፣ ይሰርሑ፣ (1 ክፍለ ግ዗) ምሃብ።
- ኣጠቓቕማ እርሳስ ብምርዲእ - ኣዯላልዋ እርሳስ ካብ • ካብ መልሲ ተምሃሮ ብምብጋስ ግቡእ ግንዚበ
ተግባራዊ ይገብሩ። ፇሓም (ቻርኮል) ምእንታ ክህልዎም ከምቲ ዜስዕብ ምርዲእ።
- ኣጠቓቕማ ናይ ፇሓም • መሳርሕታት ንዴፉ ንምስራሕ ፇለማ ካብ ሓፇሻዊ
እርሳስ (ቻርኮል) ምስሊ እቲ ነገር (ዜስኣል ) ብምብጋስ ናብ ዜርዜር
(detail) ወይ ኣናእሽተይ ነገራት ምስራሕ ከምዜግባእ፣
ከምኡ’ውን ባህሪ ቅዱ መውፅኢ /መሳርሒ/ ከከም
ዓይነት መስርሒ መሳርሕታት ኣብ ግምት ብምእታው
ምስራሕ ከምዜግባእ።
- ዜተፇላለዩ ዓይነታት መስርሒ መሳርሕታት ንዯፉ
ብምጥቃም ንክሰርሑ ምትብባዕ። ኣብዙ እዋን
ባህሪ እቶም መሳርሕታት መሰረት ብምግባር
ምስራሕ ከምዜግባእ ብዜርዜር ክርዴኡ ምግባር
የዴሊ።
- ኣዯላልዋ እርሳስ ፇሓም ብቅዯም ሰዓብ ምርዲእ።
- እርሳስ ፇሓም ካብ ዜተፇላለዩ ተኽልታት
ምዴላው ከምዜካኣል ገለፃ ምግባር። ንኣብነት
ኣውሒ ወይ ተመሳሳሊ ዕንፀይቲ ኣሕፅር ኣሕፅር
ኣቢልካ ብምቑራፅ ኣብ ውሽጢ ዜተዯጎለ ሓዊ
5 መርሃ ትምህርቲ ስነ-ጥበብ 6ይ ክፍሊ
ብምእታው ወይ ብምንዲዴ ፇሓም ከምዜኸውን
ጌርካ ምጥቃም ከምዜከኣል ክግን዗ቡ ምግባር።
- ብቻርኮል ዜተሰርሐ ምስሊ (ስእሊ) ብቐሊሉ
ክበላሾ ስለዜኽእል ፉክሰቲቭ ምንፃግ። ወይ ዴማ
እናተሓሰየ ከይበላሾ ብጥንቃቐ ምቕማጥ
ከም዗ዴሊ ምንጋር።
- ዓይነታት ሕንፃፅ ብምጥቃም ብናይ 2.2. ዜተፇላለዩ ዓየነታት - ዜተፇላለዩ ዓይነታት ሕንፃፅ ብምጥቃም ምስሊ
ባዕሎም ፇጠራ ዜተፇላለዩ ምስልታት ሕንፃፅ ብምጥቃም ምስሊ ዜተፇላለዩ ናውቲ (ነገራት) ክነዴፈ ምግባር።
ይሰርሑ። ምስራሕ ንኣብነት፡-
(4 ክፍለ ግ዗) • መሳርሕታት ናውቲ ገዚ (ኣብ ውሽጢ
ገዚ እንግልገለሎም ቀለልቲ ኣቑሑት
ብሞዳል ክሰርሑ ምግባር።
- መጠንን ቅርፅን ኣካላት ሰብ ይፇልዩ፣ 2.3. ኣካላት ሰብ ነፃፂልካ - ሕንፃፃት ብምጥቃም ዜተፇላለዩ ናውቲ
- ሕንፃፃት ብምጥቃም ዜተፇላለዩ ምፅናዕ (ኣቑሑት) ምስኣል ምስመለኹ ብተመሳሳሊ
ኣካላት ሰብ ነፃፂሎም ይሰርሑ። (5 ክፍለ ግ዗) መንገዱ ክፍለ ኣካላት ወዴ ሰብ’ውን ዜተፇላለዩ
ሕንፃፃት ብምጥቃም እናሰኣሉ ከፅንዑ ምግባር።
዗ዴልዩ ናውቲ ትሙህርትን መምሃሪ ሓገዜን፦
- ቻርኮል (እርሳስ ፇሓም)፣
- እርሳስ፣ መዯምሰስ፣ ካተር፣ ወረቐት
- ቅዴም ኢሎም ብተምሃሮ ዜተሰርሑ ንዴፍታት፣ ወ዗ተ
ኣገባብ ገምጋም-
- መስርሒ መሳርሕታት ንዴፉ ምፍላጦም ብናይ ቃል ሕቶ ምርግጋፅ፣
- መሳርሕታት ንዴፉ ብምዴላው ብኣግባቡ ምጥቃም ምኽኣሎም እንትሰርሑ ብምርኣይ ምርግጋፅ፣
- ዓይነታት ሕንፃፅ ብምርዲእ ምስሊ ዜተፇላለዩ ነገራት ምስራሕ ምኽኣሎም ብተግባር ምርግጋፅ፣
- መጠንን ቅርፅን ኣካላት ሰብ ምስራሕ ምኽኣሎም ዜሰርሕዎ ብምርኣይ ምርግጋፅ።

6 መርሃ ትምህርቲ ስነ-ጥበብ 6ይ ክፍሊ


ምዕራፍ ሰለስተ፡- ልኽያ ሕብሪ (Painting)
(9 ክፍለ ግ዗)
ሓፇሻዊ ዕላማታት እዙ ምዕራፍ፡-
ተምሃሮ እዙ ምዕራፍ ምስተምሃሩ
- ፍልፍል መርከቢን ባህሪን ሕብርታት ይግን዗ቡ፣
- ዯረጃ ሕብርታት ይፇልዩ፣
- ምስሊ ቁሳቑስ፣ ሰብን ገፀ መሬትን (Landscape) ብልኽያ ሕብሪ (Painting) ይሰርሑ።

ትፅቢት ዜግበረሉ ኣዕጋቢዯረጃ ትሕዜቶ ትምህርቲ (ኣግባብ ኣመሃህራ)


ብቕዓት
- ተምሃሮ እዙ ምዕራፍ 3.1. ፍልፍል መርከቢ ሕብርታት - ኣፇጣጥራ ሕብርታት ንኽገልፁ ዕዴል ምሃብ።
ምስተምሃፈ፡- (2 ክፍለ ግ዗) - ካብ መልሲ ተምሃሮ ብምብጋስ እኹል ግንዚበ ምሃብ።
- ኣፇጣጥራ ሕብሪ - ሰብ ሰራሕ ሕብርታት - ሕብርታት ተፇጥራዊን ሰብ ሰራሕን ተባሂሎም ኣብ ክልተ
ይግን዗ቡ፣ - ተፇጥራዊ ሕብርታት ከምዜምቀሉ ምርዲእ። ንሱ’ውን ተፇጥራዊ ሕብርታት ካብ
- ዓይነታት ሕብሪ ብርሃን ዜርከቡ እንትኾን ሰብ ስራሕ ሕብርታት ዴማ
ይርዴኡ፣ ዜተፇላለዩ ነገራት ብምጥቃም ብተግባር ዜዲለዉ
- ተፇጥራዊን ሰብ ሰራሕን ከምዜ኿ኑ ክግን዗ቡ ምግባር።
ሕብርታት ይፇልዩ። - ሕብርታት ብምኽንያት ብርሃን ጥራሕ ከምዜረኣዩ ማለት
ብርሃን ኣብ ልዕሊ ነገራት እንትዓርፍ ብምንፅብራቕ
ሕብሪ ከምዜፇጥር ክርዴኡ ምግባር።
- ተፇጥራዊ ሕብሪ ስእላዊ መግለፂ ብምርኣይ ምርዲእ፣ ሰብ
ስራሕ ሕብርታት ዴማ ዜተፇላለዩ ፇሰስቲ እንትተሓዋወሱ
ዜፇጥርዎ ለውጢ ሕብሪ (ውፅኢት) ብተግባር እናሰራሕኻ
ክርዴኡ ምግባር።
- ባህሪ ሕብርታት 3.2. ብርክታት ሕብሪ - ባህሪን ብርክን ሕብርታትን ክገልፁን ክዜርዜሩን ዕዴል
ይግን዗ቡ። (2 ክፍለ ግ዗) ምሃብ፣
- ንሕብርታት 3.3. መፅናዕቲ ልኸያ ሕብሪ - ሕብርታት ብባህሪኦምን ዯረጅኦምን ከመይ ፇሊኻ
ብባህሪኦምን ዯረጀኦምን (5 ክፍለ ግ዗) ምቕማጥ ከምዜከኣል ክግን዗ቡ ምግባርን ብተግባር
ይፇልዩ። - ናውቲ (Still life) ሰሪሕኻ ምርኣይን።
- ምስሊ ሰብ - ንሕብርታት ብ዗ለዎም ባህሪን ዯረጃን ፇሊዮም ዴሕሪ
- ገፀ መሬት (Landscape) ምቕማጥ እናለኸዮ ክሰርሑ ምግባር።
7 መርሃ ትምህርቲ ስነ-ጥበብ 6ይ ክፍሊ
- ኣጠቓቕማ መስርሒ መሳርሕታት ልኸያ ሕብሪ ንክገልፁ
ዕዴል ምሃብ።
- መልሲ ተምሃሮ መበገሲ ብምግባር ግቡእ ግንዚበ ክረኽቡ
ምግባር።
- ቀይሕ ብጫን፣ ሰማያዊን መሰረታዊ ሕብርታት ምዃኖም
ንኽገልፁ ዕዴል ምሃብ።
- መሰረታዊ ሕብርታት ብምትሕውዋስ ካልኦት ዜተፇላለዩ
ሕብርታት ከመይ ምፍጣር ከምዜከኣል ሜላ ከይዱ
ኣለኻኽይኡን ብተግባር እናሰርሑ ንከፅንዑ ዕዴል
ምፍጣር።
- ማይ ሕብሪ (Water Color) ብምጥቃም ካብ ፅዕዴው
ዜብለ ናብ ፀሊም ከመይ ምስራሕ ከምዜከኣል ምርዲእ።
- ን዗ይቲ ሕብሪ (Oil Color) ዴማ ካብ ፅልም (ዴምቕ)
ዜበለ ናብ ፅዕዴው ዜበለ ምልካይ (ምኽባእ) ዓከምዜኾነ
ከምኡ’ውን ንሕብሪ ዗ይቲ መቕጠኒ ዗ይቲ (ኣኳራጀ)
እንትኾን ንማይ ሕብሪ ግና ማይ ከምዜኾነ ክግን዗ቡ
ብምግባር ብተግባር ምርኣይ።
- ተምሃሮ ብመሰረት ዜተገን዗ብዎን ዜረኣይዎን መፅናዕቲ
- ንሕብርታት ብምፅናዕ ሕብርታት ንክካይደ ምግባር።
ዜተፇላለዩ ነገራት - ኣጠቓቕማ መሳርሕታትን ሕብርታትን ምልምማድም
(ንዴፉን፣ ቁሳቁስ፣ ብምርግጋፅ እቶም ስዒቦም ዗ለዉ ትሕዜቶታት ክሰርሑ
ምስሊ ሰብን ገፀ ምግባር።
መሬትን) ይሰርሑ። • ምስሊ ናውቲ፣ ምስሊ ሰብ፣
• ኣጠቃቕማ መብራህቲ ትራፉክ፣
• ምስ ኤች ኣይ ቪ ኤዴስ ዜተተሓሓ዗፣
• ተግባራት ኣተሓላልዋ ውልቀ ፅሬት
ይኹን ፅሬት ከባቢ።

዗ዴልዩ ናውቲ ትምህርትን መምሃሪ ሓገዚትን፦


- ብማይ ሕብሪን ዗ይቲ ሕብርን ዜተሰርሑ ሰራሕቲ፣
- ማይ ሕብሪ (water Color)፣ ሕብሪ ዗ይቲ (oil color)፣ ማይ፣ ንመቕጠኒ ዜኾን ዗ይቲ፣
- ብሩሽ፣ መተሓዋወሲ ሕብሪ (Pallet)፣ ወረቐት፣ ጀዱዴ (Canvas)፣ ቁራፅ ጨርቂ (መፅረጊ ብሩሽ)፣ ወ዗ተ

8 መርሃ ትምህርቲ ስነ-ጥበብ 6ይ ክፍሊ


ኣገባብ ገምጋም፦-
- ተፇጥሯውን ሰራሕ ሰብን ዜኾኑ መሰረታዊ ሕብርታት ምፍላዮም ብምሕታት ምርግጋፅ፣
- ሕብርታት ንምርኣይ ዗ኽእሉና ምኽንያታት ንክገልፁ ምሕታት፣
- ባህሪን ዯረጃን ሕብርታት ንክገልፁ ምሕታት።
- ኣሰራርሓ ማይ ሕብርን ዗ይቲ ሕብርን ንክገልፁን ብተግባር ሰሪሖም ከርእዩን ከለው ምዕዚብ።

ምዕራፍ ኣርባዕተ፡- ኮላዥን ሞዚይክን


(8 ክፍለ ግ዗)
ሓፇሻዊ ዕላማታት እዙ ምዕራፍ፡-
እዙ ምዕራፍ ምስተምሃሩ ተምሃሮ፦
- ናይ ኮላዥን ሞዚይክን ግንዚበኦም የማዕብሉ፣
- ውፅኢታት ኮላዥን ሞዚይክን ብዜተፇላለየ መንገዱ ይሰርሑ፣
- ስራሕቲ ኮላዥን ሞዚይክን ብናይ ባዕሎም ፇጠራ ይሰርሑ።

ትፅቢት ዜግበረሉ ኣዕጋቢዯረጃ ትሕዜቶ ትምህርቲ (ኣግባብ ኣመሃህራ)


ብቕዓት
- ተምሃሮ እዙ ርእሲ ምስተምሃሩ፡- 4.1. መስርሒ መሳርሕታት ኮላዥ - መስርሒ መሳርሕታት ኮላዥ ንክዜርዜሩ ዕዴል
- ኣብ ኮላዥ ዗ለዎም ግንዚበ (1 ክፍለ ገ዗) ምሃብ።
የማዕብሉ፣ - ጥበብ ኮላዥ ካብ ምንታይ ካብ ምንታይ
- መስርሒ መሳርሕታት ኮላዥ ምሰራሕ ከምዜከኣልን ኣሰራርሕኡን ብገለፃን
ፇልዮም ብኣግባቡ ይጥቀሙ። ተግባርን ግቡእ ግንዚበ ክረኽቡ ምግባር።
- ተምሃሮ ብመሰረት ዜተረዴእዎን ዜረኣይዎን
ዜተፇላለዩ ትሕዜቶታት ብምምራፅ ነፃ
ኮይኖም ብኮላዥ ከምዜሰርሑ ተገንዙቦም
ካብሐዙኦም መስርሒ መሳርሕታት ኮላዥ
ንከዲልዉ ሓበሬታ ምሃብ።
- ኣሰራርሓ ኮላዥ ብወረቐት ንክገልፁ ዕዴል
ምሃብ።
- ወረቐት ብምጥቃም ብዜሓሸ 4.2. ኮላዥ ብወረቐት - ንስራሕቲ ኮላዥ ብወረቐት ዗ዴልዩ
መንገዱ ኮላዥ ይሰርሑ። (2 ክፍለ ግ዗) መሳርሕታት ብምዴላው ምስሊ እንስሳ ዗ቤት

9 መርሃ ትምህርቲ ስነ-ጥበብ 6ይ ክፍሊ


ክሰርሑ ምግባር። ኣሰራርሕኡ ዜምልከት
ብዜርዜር ብምርዲእ ኣብ ዜሰርሕሉ እዋን
ከከም ኣዴላይነቱ ሓገዜ ምግባር።
- መስርሒ መሳርሕታትን ኣሰራሓን ኮላዥ
ብጥረምረ ንክዜርዜሩ ዕዴል ምሃብ።
- ጥረ-ምረ ብምጥቃም ኮላዥ 4.3. ኮላዥ ብጥረምረ - ኣሰራርሓ ኮላዥ ብጥረምረ ብምርዲእን ቅዴም
ይሰርሑ። (1 ክፍለ ግ዗) ኢሎም ዜተሰርሑ ስራሕቲ ብምርኣይን ነቲ
ስራሕ ኣዴላዪ ቅዴመ ምዴላው ክገብሩን
ምስሊ ሰብ ነዱፎም ክመፁን ብምግባር
መጣበቒ ተጠቒሞም እናጣበቑ ንክሰርሑ
- ስራሕቲ ኮላዥ ብጨርቀ መርቂ 4.4. ኮላዥ ብጨርቀ-መርቂ ምግባር።
ይሰርሑ፣ (1 ክፍለ ግ዗) - ኣሰራርሓ ኮላዥ ብጨርቂ ክገልፁ ምግባር።
- ስራሕቲ ኮላዥ ብዜሐሸ - ኣሰራርሓ ኮላዥ ብጨርቂ ቅዴም ክብል
ኣሰራርሓን ፅሬትን ይሰርሑ። ተሰሪሑ ዜተዲለወ ብምርኣይ ገለፃ ምግባር።
ተምሃሮ ዴማ ምስሊ ዗ደለይዎ ነገር ብምንዲፍ
እቶም ዜተዲለዉ ኣጭርቕቲ ብዜተፇላለየ
ዓቐንን ሕብርን ቆራሪፆም ብምልጣፍ ክስራሕ
- ዜተፇላለዩ ነገራት ብምጥማር 4.5. ኮላዥ ብዜተፇላለዩ መስርሒ ዜተዯለየ ምስሊ ኣምሲሎም ክሰርሑ ምግባር።
ኮላዥ ምስራሕ ከምዜከኣል መሳርሕታት ምስራሕ - ዜተፇላለዩ ተፇጥራዊ ይኹን ሰብ ሰራሕ
ይግን዗ቡ፣ ብተግባርው’ን (2 ክፍለ ግ዗) ነገራት ብምጥማር ዜስራሕ ኮላዥ እንታይ
ይሰርሑ። - ቁሳቑስ ከምዜመስል ዜተሰርሑ ስራሕቲ ክርእዩ
- እንስሳት ዗ቤት ብምግባር ግንዚበኦም ምስፊሕ።
ንኣብነት፡- ኮላዥ ብሕብሪ፣ ጥረምረ፣
- ግንዚበን ክእለትን ሞዚይክ 4.6. ስራሕቲ ሞዚይክ ብዜተፇላለዩ ሓመዴ፣ ሑፃ፣ ኣጭርቕቲ፣ ወ዗ተ
ዜተፇላለዩ መስርሒ መሳርሕታት መስርሒ መሳርሕታት ምስራሕ - ጥበብ ሞዚይክ ብዜተፇላለዩ መሳርሕታት
ብምጥቃም ምስራሕ ከምዜከኣል (2 ክፍለ ግ዗) ምስራሕ እንታይ ማለት ከምዜኾነን
ይርዴኡ። ኣሰራርሕኡን ንተምሃሮ ምሕታትን ዜህብዎ
መልሲ ብምስማዕ ተወሳኺ መብርሂ ምሃብን።
ንሱ’ውን ዜተፇላለዩ መሳርሕታት
ብምጥቃም ሞዚይክ ምስራሕ
ማለት ካብ ሓዯ ንላዕሊ ዜኾኑ
ቁሳቑሳት ተጠቒምካ ዜተዯለየ
ምስሊ ምስራሕ ማለት ከምዜኾነ

10 መርሃ ትምህርቲ ስነ-ጥበብ 6ይ ክፍሊ


ምንጋር፣ ኣሰራርሕኡ’ውን
ብዜርዜር ምርዲእ።
- ሞዚይክ ንምስራሕ ስብርባር ጠራሙዜ
(ዜተፇላለየ ዓይነት ሕብሪ ዗ለዎም)፣ ፀፀር፣
ዕንቁን ካልኦት ተመሳሰልቲ ነገራትን ኣብ
ተግባር ምውዓል ከምዜሓትት ምግንዚብ።
ብተወሳኺ በዙ ሜላ ኣሰራርሓ ዗ተሰርሑ
ስራሕቲ ተምሃሮ ክርእዩ ብምግባር ብዜበለፀ
ንክርዴእዎ ዕዴል ምፍጣር።
- ተምሃሮ ብመሰረት ዜተገን዗ብዎን
ዜተረዴእዎን ዜተፇላለዩ መስርሒ
መሳርሕታት ብምዴላው ኣብ ክፍልን ገዜኦምን
ንክሰርሑ ምትብባዕ።

዗ዴልዩ ናውቲ ትምህርትን መምሃሪ ሓገዚትን፦-


- ቅዴም ክብል ተሰሪሖም ዜተዲለዉ ስራሕቲ ኮላዥን ሞዚይክን፣
- ዜተፇላለዩ ዗ገልገሉ (ኣብ ጥቕሚ ዗ይውዕሉ) ናውቲ፣
- መጣበቒ (ኮላ፣ ኡሁ፣ ቅንጭብ፣ ስብቆ፣ ወ዗ተ)፣
- ካተር፣ መቐስ፣ ጥረ- ምረ፣ ዕንቊ፣ ፀፀር፣ ስብርባር ጠራሙዜ፣ ኣጭርቕቲ፣
- ኮምፔርሳቶ፣ ወ዗ተ

ኣገባብ ገምጋም፦
- ሓዴነትን ኣፇላላይን ኮላዥን ሞዚይክን ከረዴኡ ምሕታት፣
- ዓይነታትን ኣሰራርሓን ኮላዥ ዗ለዎም ግንዚበ ምሕታት፣
- ዜተፇላለዩ መሳርሕታት ብምጥቃም ኮላዥን ሞዚይክን ምስራሕ ማለት እንታይ ማለት ከምዜኾነን ኣሰራርሕኡን ብዜርዜር
ንከረዴኡ ምሕታት፣
- ምስሊ ዜተፇላለዩ ነገራት ብኮላዥን ሞዚይክን እንትሰርሑ ተኸታታሊ ምልከታ ምክያዴ።

11 መርሃ ትምህርቲ ስነ-ጥበብ 6ይ ክፍሊ


ምዕራፍ ሓሙሽተ፡- ሕትመት
(8 ክፍለ ግ዗)
ሓፇሻዊ ዕላማታት እዙ ምዕራፍ፡-
ተምሃሮ እዙ ምዕራፍ ምስተምሃሩ፦
- ኣብ ሕትመት ዗ለዎም ግንዚበ የማዕብሉ፣
- ናይ ሕትመት ክእለቶም የማዕብሉ፣
- ንስራሕትን ውፅኢትን ሕትመት ንዜተፇላለዩ ማሕበራዊ ረብሓታት የውዕሉ።
ትፅቢት ዜግበረሉ ኣዕጋቢ ዯረጃ ትሕዜቶ ትምህርቲ (ኣግባብ ኣመሃህራ)
ብቕዓት
- ተምሃሮ እዙ ርእሲ ምስተምሃሩ፡- 5.1. መስርሒ መሳርሕታት ሕትመት - ስራሕቲ ሕትመት ካብ ምንታይ ካብ
- ንስራሕቲ ሕትመት ዗ዴልዩ (1 ክፍለ ግ዗) ምንታይ ምስራሕ ከምዜከኣልን፣
መሳርሕታት የለልዩ፣ ዓይነታት ሕትመትን ንክዜርዜሩ ዕዴል
- ዜተፇላለዩ ሜላ ኣሰራርሓታት ምሃብ።
ብምጥቃም ሕትመት ይሰርሑ። - ኣሰራርሓን መሳርሕታትን ሕትመት
ክርዴኡ ምግባር። ንሳቶም’ውን፡-
- ዜተፇላለዩ መሳርሕታት
ብምጥቃም ምስራሕ
ከምዜከኣል፣
- ካብ ሞንጎኦም ሕትመት ቀጥታ፣
ሕትመት ስቴንስል፣ ሕትመት ዴንሽ፣
ወ዗ተ ከምዜርከብዎም፣ ኣሰራርሓ እዝም
ኩሎም ዓይነታት ሕትመት ከከም
መስርሒኦም ከምዜፇላለዩ ምግንዚብን
- ስራሕቲ ሕትመት ቀጥታ 5.2. ሕትመት ቀጥታ ዜተሰርሑ ስራሕቲ ክርእዩ ምግባርን።
ብዜግባእ ይሰርሑ። (1 ክፍለ ገ዗) - ሕትመት ቀጥታ ካብ ምንታይን ካብ
ምንታይን ከምዜስራሕ ንከረዴኡ ዕዴል
ምሃብ።
- ካብ ዜተፇላለዩ ማለት ተፇጥራዊን ሰብ
ስራሕን ነገራት ብምጥቃም ሕትመት
ቀጥታ ምስራሕ ከምዜከኣል ምግላፅ።
ቅዴም ክብል ተሰሪሖም ዜተዲለዉ
12 መርሃ ትምህርቲ ስነ-ጥበብ 6ይ ክፍሊ
ስራሕቲ ብምርኣይ ዴማ ከምቲ ዜስዕብ
ብዜርዜር ምርዲእ።
- ፇለማ ዜተፇላለዩ ቁሳቑሳት
ምእካብ፣ (ንኣብነት፡- መፍትሕ፣
ክዲን ጠራሙዜ፣ ኣቑፅልቲ፣
ወ዗ተ)
- ሕብሪ ኣብ ሸሓነ ብምግባር
ካብቶም ዜተኣከቡ ነገራት ሓዯ ብሓዯ
ዜባኖም ሕብሪ ወይ ቀለም እናጠማዕኻ
ይኹን እናለኸኻ ኣብ ፃዕዲ ወረቐት በቲ
ዜዴለ መልክዕ ዱዚይን ወይ ምስሊ ምሕታም
ከምዜኾነ ምርዲእ።
- ብዜተረዴእዎ መሰረት ብተግባር ክሰርሑ
ምግባር።
- ሕትመት ሪሊፍ ይሰርሑ። 5.3. ሕትመት ሪሊፍ (ብሎከ) - ሕትመት ሪሊፍ ካብ ዓይነታት ሕትመት
(3 ክፍለ ገዙያት) ሓዯ ምዃኑ ክርዴኡ ምግባር።
- ሕትመት ሪሊፍ ብዴንሽ፣ ጎማ፣ ዕንፀይቲ
ምስራሕ ከምዜከኣል ምግላፅ።
- ሕትመት ስቴንስል ብዜሐሸ 5.3. ሕትመት ስቴንስል - ብሪሊፍ ዜተሰርሑ ዓይነታት ሕትመት
መንገዱ ይሰርሑ። (3 ክፍለ ግ዗) ክርእዩ ብምግባር ግንዚበኦም ዜያዲ
ምምዕባል።
- ብመሰረት ግንዚበኦምን ዜተረዴኦምን
ቀለልቲ ዱዚይናት ነዱፎም ብምቕራፅ
ንክሕትሙ ምግባር።
- ኣሰራርሓ ሕትመት ስቴንስል ንክገልፁ
ዕዴል ምሃብ።
- ብሜላ ሕትመት ስቴንስል ዱዚይናት
እናነዯፈ ንክሕትሙ ብምግባር ናብ
ተግባር ክልውጥዎ ምንጋር።
- ብዚዕባ ሜላ ኣሰራርሕኡ ዜያዲ ምእንታ
ክርዴኦም ቅዴም ኢሎም ዜተሰርሑ
ስራሕቲ ክርእዩ ምግባር።

13 መርሃ ትምህርቲ ስነ-ጥበብ 6ይ ክፍሊ


዗ዴልዩ ናውቲ ትምህርትን መምሃሪ ሓገዚትን፦
- ካተር፣ መቐስ፣
- ሕብርታት፣ ፓሌት (ዜርጉሕ ሸሓነ)፣ ዴንሽ፣ ዜተፇላለዩ ኣቑፅልቲ፣ ወረቐት፣ ብሩሽ፣ እርሳስ፣ ወ዗ተ

ኣገባብ ገምጋም፦፡-
- ብዚዕባ ዓይነታትን ኣሰራርሓን ሕትመት ክንዯየናይ ዜኣክል ከምዜተረዴኦም ብምሕታት ምርግጋፅ፣
- ዓይነታት ሕትመት ምርዴኦምን ብተግባር ምስራሕ ምኽኣሎምን ብቃል ምሕታትን ብተግባር እንትሰርሑ ተኸታታሊ ምልከታ
ምክያዴን።

ምዕራፍ ሽደሽተ፡- ኪነ-ፅሕፇት


(9 ክፍለ ግ዗)
ሓፇሻዊ ዕላማታት እዙ ምዕራፍ፡-
ተምሃሮ እዙ ምዕራፍ ምስተምሃሩ፦
- መሰረታዊ ግንዚበ ኪነ-ፅሕፇት ይረኽቡ፣
- ብንፅልን ዴርብን ናይ ምፅሓፍ ክእለቶም የማዕብሉ፣
- ፅሑፍን ስእልን ብምውዲዴ ዜተፇላለየ ምስሊ ዜሓዘ ፓስተራት ይሰርሑ።
ትፅቢት ዜግበረሉ ኣዕጋቢ ዯረጃ ትሕዜቶ ትምህርቲ (ኣግባብ ኣመሃህራ)
ብቕዓት
ተምሃሮ እዙ ርእሲ ምስተምሃሩ፡- 6.1. ኣወዲዴቓ መሰረታዊ - ሕንፃፃት ንምንታይ ንምንታይ ከም዗ገልግሉ
- እንታይነትን ረብሓን ኪነ ሕንፃፃት (1 ክፍለ ግ዗) ምሕታት።
ፅሕፇት ይግን዗ቡ፣ - ብቅኑዕ ሕንፃፃት - ሕንፃፃት ብምጥቃም ስእልን ፅሑፍን
- ሜላ ኣፀሓሕፊ ኪነ-ፅሕፇት - ብስብርባር ሕንፃፃት እናሰራሕኻ ስምዒትካ ምግላፅ ከምዜከኣል
ብዜበለፀ ብምርዲእ ክእለት - ብልዋይ ሕንፃፃት ዜግን዗ቡ ምግባር።
ኣፀሓሕፇኦም የማዕብሉ፣ - ሕንፃፃት ናብ ዜተፇላለየ ኣንፇት እናሓንፀፁ
- ኣፀሓሕፊ ንፅል፣ ዴርብን ጎቲክን ክለማመደ ምግባር።
(ዜተጋየፀ) ዓይነት ፅሑፊት 6.2. ኣወዲዴቓ መሰረታዊ ፉዯላት - ከይዱ ልምምዴ ሕንፃፃት ንስራሕቲ ፅሕፇቶም
ብምግንዚብ ብተግባር ይሰርሑ። (4 ክፍለ ግ዗) ዗ለዎ ረብሓ ክግን዗ቡ ምግባር።

14 መርሃ ትምህርቲ ስነ-ጥበብ 6ይ ክፍሊ


- ንፉዯላት ብባህሪኦምን ቅርፆምን - ምምዕባል ቃላት - ፉዯላት ብባህሪኦምን ቅርፆምን ዜምልከት
ኣብ ዜተፇላለዩ መዯባት ብመሰረታዊ ፉዯላት ግእዜ ብጉጅለ ተመቓቒሎም ክመያየጡ ዕዴል
ይምዴቡ፣ ምሃብ።
- ዜተፇላለዩ ፉዯላት ብተግባር - ካብ መልሲ ተምሃሮ ብምብጋስ ፉዯላት
ሰሪሖም የርእዩ። ብመሰረት ዗ለዎም ባህሪን ቅርፅን ዜተፇላለዩ
ምዃኖም ብምግላፅ ብዜርዜር ክርዴኡ
ምግባር።
- ፉዯላት ብቑመትን ናብ ጎንን ዜህልዎም
ስፍሓትን ንውሓትን ከምኡ’ውን ዜሕዜዎ
ሓፇሻዊ ቦታ ከምዜፇላለዩ ቅዴም ኢሎም ካብ
ዜተሰርሑ ስራሕቲ ብምርኣይ ግንዚበኦም
ምምዕባል።
- ንፉዯላት ከካብ ምዴቦም ብምምራፅ
ንዜተወሰኑ ብተግባር እናሰርሑ ግንዚበኦም
ከስፍሑን ክእለቶም ከማዕብሉን ምግባር።
- ፉዯላት ብኸመይ ከምዜዋዯደ ብዓይነቶምን
ምዴቦምን ክርዴኡ ምግባር።
- ዜተሰርሑ ስራሕቲ ክርእዩ ብምግባር
ግንዚበኦም እናማዕበልካ ብተግባር ክሰርሑ
ምግባር።

዗ዴልዩ ናውቲ ትምህርትን መምሃሪ ሓገዚትን፦


- በዓል መስመር (ስኲየር) ወረቐት፣
- ማርከር፣ እርሳስ፣ ሪጋ፣ መዯምሰስ፣ እስክርቢቶ፣
- ብዜተፇላለየ ሜላ ኣሰራርሓ ዜተሰርሑ ስራሕቲ ኪነ-ፅሕፇት፣
- ፕላስተር፣ ስልኪ፣ ወ዗ተ

15 መርሃ ትምህርቲ ስነ-ጥበብ 6ይ ክፍሊ


ኣገባብ ገምጋም፦
- እንታይነት ኪነ- ፅሕፇት ክንዯየናይ ከምዜተረዴኡ ምሕታት፣
- ዜተፇላለዩ ነገራት ክሰርሑ ብምግባር ኣብ ኪነ-ፅሕፇት ዗ለዎም ክእለት ብምርኣይ ምርግጋፅ፣
- ኪነ-ፅሕፇት ምስ ስእሊ ብምውዲዴ ዜተፇለየ መልእኽቲ ምምሕልላፍ ምኽኣሎም ብምልከታ ምርግጋፅ፣
- ኣዋዴዲ ፉዯላት ብተግባር ምግላፅ ምኽኣሎም ብምልከታ ምርግጋፅ።

ምዕራፍ ሸውዓተ ፡- ኪነ-ቕርፂ


(8 ክፍለ ግ዗)
ሓፇሻዊ ዕላማታት እዙ ምዕራፍ፡-
ተምሃሮ እዙ ምዕራፍ ምስተምሃሩ፦
- ናይ ቅርፃ ቕርፂ ግንዚበኦም የማዕብሉ፣
- ብዜተፇላለዩ መሳርሕታትን ሜላ ኣሰራርሓን ቅርፃ ቕርፂ ይሰርሑ።
- ኣብ ከባቢኦም ዜርከቡ ነገራት ብምጥቃም ንማሕበረሰቦም ዗ገልግሉ ውፅኢታት ቅርፃ ቕርፂ ይምህዘ።
ትፅቢት ዜግበረሉ ኣዕጋቢ ዯረጃ ትሕዜቶ ትምህህቲ (ኣግባብ ኣመሃህራ)
ብቕዓት
ተምሃሮ እዙ ርእሲ ምስተምሃሩ፡- 7.1 መሰረታዊ ቕርፂ ብፔፐር ማሼ - ተምሃሮ ብዚዕባ ቅርፃ-ቕርፂ ዜፇልጥዎ
- ኣሰራርሓ ፔፐር ማሼ የማዕብሉ፣ (1 ክፍለ ግ዗) ንክገልፁ ምግባር።
- ፔፐር ማሼ ብምጥቃም - ፔፐር ማሼ ካብ ምንታይን ምንታይን
ዜተፇላለዩ ነገራት ሰሪሖም ከምዜስራሕ ንክገልፁ ምሕታት።
የመላኽዑ። - ካብ ዜህብዎ መልሲ ብምብጋስ ግቡእ
ግንዚበ ክረኽቡ ምግባር።
- ፔፐር ማሼ፣ ስልክን ካልኦት ነገራትን
ብምጥቃም ዜተፇላለዩ ቅርፃ-ቕርፅታት
ክሰርሑ ምግባር።
- ዜተፇላለዩ ኣቑሑት (ናውቲ) 7.2 ፔፐር ማሼ ብምጥቃም ካብ - ንስራሕቲ ፔፐር ማሼ ዗ገልግሉ
ብምጥቃም ፔፐር ማሼ ዜተፇላለዩ ነገራት ቕርፂ ምውፃእ መሳርሕታት ንከዲልዉ ምንጋር።
ይሰርሑ። (1 ክፍለ ግዜ) - ፔፐር ማሼን ስልኪን (ሽቦ) ብምጥቃም

16 መርሃ ትምህርቲ ስነ-ጥበብ 6ይ ክፍሊ


- ውፅኢታት ፔፐር ማሼ - ንቅርፅታት ብሕብሪ ምግያፅ። ዜተፇላለዩ ናውቲ ገዚ ክሰርሑ ምግባር።
የመላኽዑ። - ንዜሰርሕዎም ስራሕቲ ዴማ ሕብሪ
ከመላኽዕዎም ምትብባዕ።
- ዜተፇላለዩ ናውቲ እናዯጋገሙ
ክለማመደን ክሰርሑን ምግባር።
7.3 ኽርፅን ሪሊፍን - ብዚዕባ ቅርፅን ሪሊፍን ዜፇልጥዎ ክዚረቡ
- ኣፇላላይን ኣሰራርሓን ሪሊፍ ( 6 ክፍለ ግ዗) ብምሕታት መብራህርሂ ምሃብ።
ብምግንዚብ ብተግባር ይሰርሑ። - ዜተፇላለዩ መሳርሕታት ብምጥቃም
ኽርፅን ሪሊፍን ምስራሕ ከምዜከኣል
ክግንቡ ምግባር።
- ስራሕቲ ሪሊፍ ይኹን ቕርፂ ብወረቐት፣
ዕንፀይቲ፣ እምኒ፣ ወ዗ተ ምስራሕ
ከምዜከኣል ምሕባርን ዜተሰርሑ ስራሕቲ
ክርእዩ ምግባርን።
- ተምሃሮ ብመሰረት ዜተረዴእዎ ቕርፅን
ሪሊፍን ክሰርሑ ምግባር።
- ኣብ መወዲእታ ነቲ ዜሰርሕዎ ጥበብ
ፔፐር ማሼ ብዜተፇላለዩ ሕብርታት
ከመላኽዕዎ ምግባር።
዗ዴልዩ ናውቲ ትምህርትን መምሃሪ ሓገዚትን፦
- ወረቐት፣ ባኮ ( ካርቶን)፣ ካተር፣ መቐስ፣ ኮላ፣ ስብቆ፣ ቅንጭብ፣
- ብሩሽ፣ ስልኪ (ሽቦ)፣ ዕንፀይቲ፣ ወ዗ተ

ኣገባብ ገምጋም፦፡-
- ብዚዕባ እንታይነት ቕርፂ ዜተረዴኦም ብምሕታት ምርግጋፅ፣
- ኣሰራርሓ ፔፐር ማሼ ብዜግባእ ምግንዚቦም ብምሕታትን እንትሰርሑ ተኸታታሊ ምልከታ ብምግባርን ምርግጋፅ፣
- ውፅኢታት ስራሕቲ ፔፐር ማሼ ምምልኻዖም ብምልከታ ምርግጋፅ።

17 መርሃ ትምህርቲ ስነ-ጥበብ 6ይ ክፍሊ


ምዕራፍ ሸሞንተ ፡- ኮምፕዩተር ግራፉክስ
(7 ክፍለ ግ዗)
ሓፇሻዊ ዕላማታት እዙ ምዕራፍ፡-
ነዙ ምዕራፍ ምስተምሃሩ ተምሃሮ፦
- እንታይነትን ረብሓን ፎቶ ካሜራ ይግን዗ቡ፣
- ጥበብን ኣሰራርሓን ፎቶ ካሜራ ይፇልጡ፣
- ፎቶ ካሜራ ብምጥቃም ምስሊ ናይ ምቕራፅ ባህሊ የማዕበሉ።
ትፅቢት ዜግበረሉ ኣዕጋቢ ዯረጃ ትሕዜቶትምህርቲ (ኣግባብ ኣመሃህራ)
ብቕዓት
ተምሃሮ እዙ ርእሲ ምስተምሃሩ፣ 8.1. እንታይነትን ረብሓን ፎቶ - ተምሃሮ በዚዕባ ጥበብ ፎቶ ካሜራን
- ረብሓ ጥበብን አንታይነትን ፎቶ ካሜራ (2 ክፍለ ግ዗) ኮምፒዩተርን ዜፇልጥዎ ንክዚረቡ ዕዴል
ካሜራ ይዜርዜሩ፣ ምሃብ።
- ጥበብ ኣሰራርሓ ካሜራ ይዚረቡ። 8.2. ኣጠቓቕማ ፎቶ ካሜራን - ካብ መልሲ ተምሃሮ ብምብጋስ ብዚዕባ
- ፎቶ ካሜራ ብምጥቃም ኮምፒዩተርን (5 ክፍለ ግ዗) እንታይነትን ኣጠቓቕማን ፎቶ ካሜራን
ምስልታት ቀሪፆም የርእዩ። - ቀረፃ (ምልዓል) ኮምፒዩተርን ኣብነታዊ ገለፃ ምሃብ።
- ኮምፒዩተር ብምጥቃም ፎቶ ምስልታት - ኣጠቓቕማ ፎቶ ካሜራን ኮምፒዩተርን
ግራፍን ፉልምን ኣዋዱድም - ምፅላም (ምጥቋር) ብተግባር ክርእይሉ ናብ ዜኽእሉ ፇቓዯኛታት
ብተግባር የርእዩ። ሰብ ቤት ፎቶ ንተምሃሮ ብምውሳዴ ፎቶ ግራፍ
ከመይ ከምዜለዓል፣ ምፃላእን ምሕታምን
ከምዜከኣል ክርእዩ ምግባር።
- ተምሃሮ ብመሰረት ዜረኣይዎ ብጉጅለ ብምዃን
ሰሪሖም ንከምፅኡ ዕዮ ገዚ ምሃብ።
዗ዴልዩ ናውቲ ትምህርትን መምሃሪ ሓገዚትን፦-
- ፎቶ ካሜራ፣ ዳቨሎፐር፣ ፉልም፣ ባትሪ ካሜራ፣ ኮምፒዩተር፣ ስካነር፣ ወ዗ተ

ኣገባብ ገምጋም፦
- ተምሃሮ ብዚዕባ ጥበብ፣ እንታይነትን ረብሓን ፎቶ ካሜራ ክዜርዜሩ ናይ ቃል ሕቶ ምሕታት፣
- ብዚዕባ ኣሰራርሓን ቴክኒክን ፎቶ ካሜራ ንክዚረቡ ዕዴል ብምሃብ ብዜግባእ ምግንዚቦም ምርግጋፅ፣
- ፎቶ ካሜራ ተጠቒሞም ምስልታት እንትቐርፁ ብምልከታ ምርግጋፅን ግቡእ ሓገዜ (እርማት) ምሃብን።።

18 መርሃ ትምህርቲ ስነ-ጥበብ 6ይ ክፍሊ

You might also like