Professional Documents
Culture Documents
ሚስጥራት ቤት
ሚስጥራት ቤት
ምስጢር ዝብል ቓል አምስጢሩ ካብ ዝብል ናይ ግዕዝ ቓል ዝተወስድ ኾይኑ ትርጉሙ ድማ ረቒቅ ፥ ዘይርአ
፥ዘይጭበጥ፥ሕቡእ ነገር ማለት ኣዩ።ብመንፈሳዊ ትርጉም ድማ ወዲ ሰብ ብናይ ባዕሉ መንገዲ ክፈልጦን ክርድኦን
ዝይክእል ኣምላካዊ ግብሪ ረቂቅ ዘይርአ ዘድንቅ ማለት እዩ።ምስጢራት ቤት ክርስትያን ንስጋና ህይወት ልደት ፥ ዕቤት ፥
ካልኦት ከም ዘሎዎም ኹሉ ንመንፈሳዊ ህይወትና እዉን ከምኡ ልደትን ዕቤትን ኣልዎ እዩ። በዚ መሰርት ድማ ሕድ ሰብ
መንፈሳዊ ልደትን ዕቤትን ዝረክብ ብእምነትን ብምስጢራት ቤት ክርስትያን ከም ዝኾን ንኣምን።እዞም ጥያቒታት
እዚዖም ድማ ምስ ምስጢራት ቤት ክርስትያን ዘለና ርክብ እንፍትሽሉን እንስትውዕለሉን እዩ።
ዝድገም
1. ምስጢረ ንስሃ :- ደቂ ሰባት ብሂወት እስካብ ለለና ንስሕት ኢና ስለዚ ንስሃ ብተደጋጋሚ
ንኣተው ሰለዚ ደማ ምስጢር ንስሃ ካብ ዝደገሙ ምስጢራት ሓደ እዩ።
2. ምስጢረ ቁርባን ፦ ደቂ ሰባት ብሂወት ንምነባር ንስጋና ዝኾን ምግቢ ብብእዋኑ ንበልዕ
ንመንፈስና ዝኾዉን ምገቢ ድማ ቁርባን ስለዝኾን ብብእዋኑ ንቆርብ ይግባእ ሽለዢ ድማ
ምስጢረ ቁርባን ኣብ ዝድገሙ ይምደብ።
3. ምስጢረ ቀንዲል፦ ብ ምስጢር ቀንዲል ኣቢልና ስጋዊን መንፈሳዉን ድሕነት ንረክብ ኢና
ስለዚ ድማ ሰባት ብብእዋኑ ናይ ምሕማም ባህሪ ኣለና ስለዝኮን ምስጢር ቀንዲል ደጋጊምና
ንጥቀመሉ ።
ዘይድገም
ኣብ ዮርዳኖስ ባሕሪ ዝገበረሉ ምክንያት 3 ተ (ሰለስተ) ዓበይቲ ምክንያታት እዮም፡፡ እቲ ትንቢት ንምፍፃም :ምሳሌ
ኣመናዊ ምእንቲ ክገብር፡ኣብ ባሕሪ ዮርዳኖስ ተደርቢዩ ዝነበረ ናይ ዕዳ ደብዳቤ ንምድምሳስን እዩ፡፡
1)ትንቢት ንምፍፃም፡- "ባሕርኒ ርእየት ወጎየት ወዮርዳኖስኒ ገብአ ድህሬሁ፡፡"ባሕሪ ርእያቶ ሃደመት ዮርዳኖስ ንድሕሪት
ዮርዳኖስተሻጊሩ ናብ መልከፄደቅ ምካዱ ነብዩ ኤልያሰ፡-ዮርዳኖስ ተሻጊሩ ምዕራጉ ሶርያዊ ንእማር፡-ኣብ ዮርዳኖስ ባሕሪ
ተጠሚቁ ካብ ስጋ ደዌ ምድሓኑን ካብ ለምፂ ምንፅሁን እዮብ፡-ኣብ ዮርዳኖስ ባሕሪ ተጠሚቁ ካብ ስጋዊ ደዌ ምፍዋሱ
እዞም ኩሎም ናይ ጥምቀት ምሳሌታት ክፍፀሙ ምእንታን ክርስቶስ ኣብ ዮርዳኖስ ባሕሪ ተጠሚቁ
3) ኣብ ባሕሪ ዮርዳኖስ ተደርብዩ ዝነበረ ናይ ዕዳ ደብዳቤ ንምድምሳስ ፥ ዲያብሎስ ናይ አዳምን ሄዋንን ውድቀት እና
ስቓይ ኩሉ ግዜ ስለዝደሊ አዳምን ሄዋንን አብ ዝወደቅሉ ግዜ ብመከራ ንምፅናዕ "አዳም ናይ ዲያብሎስ ባርያ" ከምኡ
እዉን "ሄዋን ናይ ዲያብሎስ ባርያ"ኢሉ አብ ክልተ ሰሌዳ ፅሒፉ ሓዲኡ አብ ዮርዳኖስ ባሕሪ ሓዲኡ ድማ አብ ሲኦል
ቀቢርዎ ነይሩ።ጎይታና አምላክና መድሓኒትና ኢየሱስ ክርስቶስ አብ ጥምቀቱ ግዜ አብ ባሕሪ ድማ አብ ዕለተ ዓርቢ
ክርስቶስ ብአካለ ነፍሲ ናብ ሲኦል ወሪዱ አጥፊእዎ እዩ።ነዚ እዩ ድማ ቅዱስ ጳውሎስ "አባና ዝነበረ ብሕጋጋት
ዝቃወመናን ዝበአሰናን ዝነበረ ብኢድ ዝተፅሓፈ ፅሕፈት ዕዳ ደምሲሱ ከአ ንእኡ አብ መስቀል ሸንኪሩ ካብ ማእከል
አርሐቆ"ቆላ 2:13-15 ብምባል ናይ ዕዳ ፅሕፈት ዝተብሃለ ናይ ዲያብሎስ ተንኮል ክርስቶስ ከምዘወገደልና ዘምሀረና።
ብሉይ ኪዳን ናይ ሓዲስ ኪዳን ፅላል ከም ምካኑ መጠን አብ ብሉይ ዘመን ምሳሌ ዝነበሩ አብ ሓዲስ ዘመን አማናዊ
እንትኮን ይረአ።ንአብነት አብ ብሉይ ዘመን ቅዱስ ቅብአት ተቀቢኦም በረከት ይረክቡ ነይሮም አብ ሓዲስ ኪዳን ግን ናይ
ምሕረት ዘመን ስለዝኮነ እዚ ቅዱስ ቅብኢ ተቀቢኦም ፀጋ እግዚአብሔር ብስፍሓት ብምልአትን ይረክቡ። ንአብነት:-
ግብረ ሓወርያ 2:38 "ብበዓለ ሓምሳ ግዜ ሃዋርያት ብመንፈስ ቅዱስ ተመሊኦም ብዝተፈላለየ ቋንቋ ምዝራብ ምስ
ጀመሩ እቶም ዝሰምዕዎም ዝነበሩ ሰባት ገሪምዎም እንታይ ክንገብር ኢሎም ሕቶ ምስ አቅረቡ ቅዱስ ጴጥሮስ ዝሃቦም
መልሲ ሓጥያትኩም ክስረየልኩም ነንሕድሕድኩም ንስሃ እተዉ እሞ ብስም ጎይታ ኢየሱስ ክርስቶስ ተጠመቁ ናይ
መንፈስ ቅዱስ ፀጋ ውህብቶ ክትቅበሉ ኢኩም" እዚድማ ቅድም ተጠመቁ ድሕሪኡ ናይ መንፈስ ቅዱስ ውህብቶ ፀጋ
ክወሃበኩም ማለት እዩ። ግብሪ ሃዋርያት 8:14-17 "አብ እየሩሳሌም ዝነብሩ ሃዋርያት ህዝቢ ሰማርያ ቃለ እግዚአብሔር
ብምቅባል ከም ዝአምኑ ሰሚዖም ንጴጥሮስን ዮሃንስን ሰደዱሎም እሞ አብኡ ምስ በፅሑ ምእንታን መንፈስ ቅዱስ
ክቅበሉ ፀለይሎም ብስም ጎይታና ኢየሱስ ክርስቶስ ጥራሕ እዮም ተጠሚቆም ዝነበሩ እምበር ገና አብአቶም አብ ሓደ
እኳ መንፈስ ቅዱስ አይወረደን ነይሩ በቲ ግዜ እቲ አእዳዎም አንበሩሎም መንፈስ ቅዱስ ተቀበሉ" ግብረ ሃዋርያት 19:5-
6 "እዚ ምስ ሰምዑ ብስም ጎይታና ኢየሱስ ክርስቶስ ተጠመቁ እሞ ጳውሎስ ኢዱ ምስ አንበረሎሞ መንፈስ ቅዱስ
ወረዶም" ብግዜ ሓወርያት ዝበዝሕ ግዜ ሓድሽ አማኒ ድሕሪ ምጥማቁ መንፈስ ቅዱስ ዝቅበለሉ ኢድ ብምንባር እኳ
ኦንተነበረ ቁፅሪ ምእመናን አዝዩ እናበዝሐ ብምምፅኡ ክርስትና እውን በቢቦትኡ ብምስፍሑ ሓወርያት አብ ኩሉ ቦታ
ተረኪቦም ብአንብሮተ እድ ፀጋ መንፈስ ቅዱስ ንምዕዳል አፀጋሚ ብምኳኑ ብመተካእታ አንብሮተ እድ ኤጲስቆጰሳት
ሜሮን እናፍልሑ ባሪኮም ናብ አብያተ ክርስትያናት ክልእኩ ዝተሾሙ ካህናት ንተጠማቂ ሓደ ግዜ ጥራሕ ክቅባእ ስርዓት
ስለዚ ድሕሪ ምጥማቅና ንመንፈሳዊ ልደት ፅንዓትን ዕቤትን ንምርካብ አብ እምነትና ምፅናዕን ንፅቡቅ
ኣብ ቤተክርስትያን ዝቀርብ መስዋዕት ቁርባን ቅዳሴ ፀሎት ፀሊዬምን ባሪኾምን ንኣመንቲ ዘቅርብዎ ቅዱስ
ቁርባን ኣማናዊ(ሓቃዊ) ስጋ ክርስቶስ ምኻኑ ምእማን ዕብ 11፥6 ብዘይ እምነት እግዚአብሔር ደስ ምባል
ኣይከኣልን ። ዮሓ 6፥47 ብሓቂ ብሓቂ እብለኩም ኣለኹ ብኣይዝኣምን ናይ ዘልአለም ህይወት ኣለዎ። ናይ
ህይወት እንጀራ ኣነ አየ። ስጋይ ሓቀኛ መብልዕ ደመይ ድማ ሓቀኛ መስተ እዩ እሞ። ብዝሓለፈ ሓጥያትካ
ምፅፃትን ሓጥያትካ ተናዚዝካ ብትሕትና ን ብፍቅርን ቅኖናካ ምፍፃምን ዳግም ንዘይምብዳል ምውሳንን (ንስሃ
ስጋን ደምን ዕዳ ኣለዎ ፤ ግናኸ ሰብ ንርእሱ የመርምር ከምኡ ኸኣ ካብዚ ስጋን ደምን ይቀበል።
ካብ ቂምን በቀልን ነፃ ምኻን ማቴ 18፥35 እምበኣር ንስካትኩም እውን ነፍሲ ወከፍኩም ንሓው ካብ ልቡበደሉ
ክንዝክር ስግኡ ቆሪሱ ደሙ ኣፍሲሱ መእንተና እስካብ ዕለተ ሞት ክንዝክሮ ኣድለዩ እዩ፡፡
ዓቅምካ ብዝፈቀዶ መጠን እቲ ዝግባእ ክዳን ምክዳን ተተኻኢሉ ፃዕዳ ክዳን ምክዳን
ስርዓተ ቅዳሴ ቅድሚ ምጅማሩ ናብ ቤተክርስትያን ምኻድ ን ዝተፈላለዩ ከም ተኣምርን ኪዳንን ዝመሳሰሉ
ንስሃ ምእታው መስዋእት ንዘቕርብ ሓጥያትኛ ሰብ ኣድላዩ ነገር እዩ ።ንሱ ኣብ ልዕሊ መስዋእት ኢዱ ብምፅዓን ሓትያቱ
ንሓጥያትመደምሰሲ (መስትስረይ) ንክኮ’ን ኣብቲ ሎዕሊ መስውኢ እዉን ዝቃፅል መስዋዕት የቕርብ።ንእግዚአብሔር
ኣምላክ ዝኮን ይኩን ሰብ እንትይተፍለጠ ርኩስ ነገር እንተነኪኡ ብከንፈሩ ተናጊሩ እንትምሕል ……ዝሰርሖ ሓጥያት
ይናዘዝ ።ስለ ዘሰርሖ ሓጥያት ንእግዚአብሔር መስዋእት የምፅእ እቲ ካህን እዉን ሕጥያቱ ይደምስሰሉ ዘሌ 5:1-6
ተወለድቲ ተወሊዑ ነይሩ እዚ ብምዃኑ እዉ’ን በደለኛታት ሰባት ብጦርነት ተወቒዖም ኣብዝግዜ እዚ እያሱ ናይ
ዛራ ዉሉድ ንዝኾነ ኣካን ናብ ባዕሉ ምስ ፀወዖ ከምዚ በሎ “ ኦ ወደይ ንናይ እስራኤል እምላክ እግዚአብሔር
ክብሪ ሃብ ፥ንእኡ እዉን ተናዘዝ ፥ ዝገበርካዮ እዉን እንተይሓብእካ ንገርኒ……” ኣብዚ ግዜ እዚ ኣካን ን እያሱ
20
3) ዳዊት ፡- ዝሙት ብምፍፃሙ ፥ ሰብ ብምቅታሉ ሂሊንኡ ክወቅሶ ስለዘይኻኣለ እግዚአብሔር ነብዩ ናታን ናብኡ
ሊኢኩ ንክናዘዝ ገይርዎ “ንእግዚአብሔር በዲለ ኣለኩ ኢልካ ንስሃ እተ ከም ዝብሎ ዳዊት ድማ ንስሃ ኣትዩ
12:13 መዝ 6:6 “ኣነ ብቃንዛ ስልኪይ ለይቲ ለይቲ ንመድቐስይ የርሕሶ ንመንፀፍይ ብንብዓት የጠልቕዮ “
እለኹ ።
ስልጣን ተቀበለ እዩ።ክህነት ማለት ንእግዛቢሄር ዝቀርብ ዝትቅደሰ ኣገልግሎት ማለት እዩ።ራዕ 4፡8-11 "እቶም ኣርባዕተ
እንስሳ ድማ ነፍሲ ወከፎም ሸሹድሽተ ኽንፊ አለዎም፡ ብዙርያኦምን ብውሽጦምን ከኣ ኣዒንቲ መሊእዎም እዩ፡ ለይትን
መዓልትን ከየቋረጹ ድማ፡ እቲ ዝነበረን ዘሎን ዚመጽእን ኵሉ ዚከአሎ እግዚኣብሄር ኣምላኽ ቅዱስ፡ ቅዱስ፡ ቅዱስ እዩ፡
ይብሉ።እቶም እንስሳ ነቲ ኣብ ዝፋን እተቐመጠ፡ ንዘለኣለመ ኣለም ህያው ኰይኑ ዚነብር፡ ክብርን ስብሓትን ምስጋናን
ኪህብዎ ኸለዉ፡እቶም ዕስራን ኣርባዕተን ሽማግሌታት ኣብ ቅድሚ እቲ ኣብ ዝፋን ተቐሚጡ ዘሎ ፍግም ኢሎም፡ ዎ
ጐይታናን ኣምላኽናን፡ ንብዘሎ ንስኻ ፈጠርካዮ፡ ስለ ፍቓድካውን ኰይኑን ተፈጢሩን እዩ እሞ፡ ንስኻ ኽብርን ስብሓትን
ስልጣንን ንምውሳድ ብቑዕ ኢኻ፡ እናበሉ፡ ነቲ ንዘለኣለመ ኣለም ህያው ኰይኑ ዚነብር እናሰገዱ ኣኽሊላቶም ናብ ቅድሚ
እቲ ዝፋን ይድርብዩ አለዉ።" ክህነት ሰብ ዝኾነ ኩሉ ዝዕደሎ ወይ ብተፈጥሮ ዝርከብ ፅሩይ ኣየር ኣይኮነን ንኹሉ ዘድሊ
ብኹሉ ዘይፍፀም ስርዓት እዩ። ስለዚ ኸኣ ኣቱም ካብቲ ሰመያዊ ፅዋዓ ግደ ዘለኩም ቅዱሳን ኣሕዋተይ ከምቲ ሙሴ ድማ
ኣብ ኩሉ ቤቱ እሙን ዝነበረ ፣ናብቲ ነቲ ዝሸሞ እሙን ዝኾነ ኢየሱስ ፣ናይ መእመናን ሃወርያ ሊቀ ካህናት ኣቅልቡ።ዕብ
3:1 ስለዚ ጎይታና መድሓኒትና ኢየሱስ ክርስቶስ ካብ ኩሎም ዝበለፀ ምኻኑ ከምኡ እውን
28፣8:1-3
ሓቀኛ ኣመናዊ ክህነት ዝመስረተ ጎይታና መድሓኒትና ኢየሱስ ክርስቶስ እዩ።ሐወርያት ናይ ጎይታና መድሓኒትና ኢየሱስ
ክርስቶስ ደቂ መዛሙርት እዮም።ባዕሉ ፀዊዑ ባዕሉ ሸይምዎም።ካብኡ ንሶም ናሸሙ ናብ ትውልዲ ተመሓላሊፋ።ናይ
ሐወርያት ክህነት እናተብሃለ ይፍለጥ።ናይ ሐዲስ ኪዳን ክህነት እንታይ ዓይነት እዩ?
ሀ) ብነገድ ተኻፍሎ የብሉን፡ኣብ ሓዲስ ኪዳን ኣሚኑ ዝተጠመቐ ኹሉ ናይ እግዛቢሄር ውሉድነት ስልጣን ተውሂብዎም
እዩ።ዮሐ 1፡12 ስለዚ ንክህነት ካብ ናይ ብስጋ ውሉድነት ነገድ ምውላድ ኣየድሊ ብመንፈስ ቅዱስ ካብ እግዛቢሄር
ምውላድ እምበር ስለዝኾነ ጎይታና መድሓኒትና ኢየሱስ ክርስቶስ ዓሰርተ ክልተ ሐወርያት ፀዊዑ እብ ውሽጢ ዕፅው ገዛ
እናሃለወ ኣብ ዕለተ ሰንበት ብቅዱስ ጴጥሮስ ኣቢሉ ስልጣነ ክህነት ሂብዎም።ዮሃ 20፡26-31
ስለዚ ከም ብሉይ ኪዳን ብዘርኢ ተፈልዩ ከይኮነ ብእግዛቢሄር ነዚ ፍሉይ ኣገልግሎት ንዝመረፁን ንዝተመረፁን ወገናት
ነገድ ከይፈለየ ዝወሃብ እዩ።" ብልብኹም፡ ኣብርሃም ኣቦ አሎና፡ ከም እትብሉ ኣይምሰልኩም። ንኣብርሃምሲ ኻብዚ
ኣእማን እዚ ውሉድ ኬተንስኣሉ ንኣምላኽ ከም ዝከአሎ እብለኩም አሎኹ።" ማቴ 3፡9 ስለዚ ኣብ ሓዲስ ኪዳን ክህነት
ለ)ፍፁም ምሉእ እዩ። ናይ ሐወርያት ክህነት ቦታ ዘይውስኖ ስርየተ ሓጥያት ዘውህብ እዩ።" ኣብ ምድሪ ዝኣሰርኩምዎ
ዅሉ ኣብ ሰማይ እሱር ኪኸውን እዩ። ኣብ ምድሪ ዝፈታሕኩምዎ ዅሉ ድማ ኣብ ሰማይ ፍቱሕ ከም ዚኸውን፡ ብሓቂ
እብለኩም አሎኹ።" ማቴ 18፡18 ስለዚ ናይ ሐወርያት ስልጣነ ክህነት ፍፁም እዩ።ካህናት ሰባት ካብ ምኻኖም መጠን
ሓጥያት ዝሰርሑ እንትኾኑ ዕለት ዕለት እናተናዘዙ ብንስሃ ዝነፅሁ እዮም ክህነቱ ፍፁምና ምሉእ እዩ።ስለዚ ናይ ካህናት
ሐ)ዘልኣለማዊ እዩ። ናይ ብሉይ ኪዳን ክህነት ግዝያዊ እዩ ንዕኡ ዝትክእ ኣመናዊ ክህነት ከምዘሎ ንምምልካት እዩ። ናይ
ብሉይ ኪዳን ክህነት ንሐዲስ ኪዳን ክህነት ኣምሳል ፅላል እዩ።ስለዚ ካብ ሐዚ ዝመፅእ ሓቀኛ ክህነት የለን።"እንሆ ድማ፡
ኣነ ኽሳዕ መወዳእታ ዓለም ኵሉ መዓልቲ ምሳኻትኩም እየ።" ማቴ 28፡20 ክህነት ወራሲት የብላን ዘልኣለማዊት ክህነት
ትበሃል።ኣብ ሓዲስ ኪዳን ስልጣን ክህነት ብፆም፣ብፀሎት ፣ኢድ ብምፅዓን ፣እፍ ብምባል(ንፍሃት)ብጳጳሳት ኣቢሉ
ይወሃብ እዚ ስርዓት ከዓ ኣእማደ ቤተ ክርስትያን ካብ ዝኮኑ ሓወርያት ዝተወሰደ እዩ። ናይ ካህናት ስልጣን ኣብ ሓዲስ
ፀሎት ግዜ ስርዓት የትሕዝ።ንኤጲስ ቆጶስን ካህንን ይላኣኽኣብ ቅዳሴ ግዜ ብፀሎት ይሕግዝ ክቡር ደሙ እውን የቐብል።
2 .ካህን(ቐሲስ)፡- ብዲቁና ዘገልገለ ፣ነውሪ (ነቀፋ)ዘይብሉ ድንግል ሰበይቲ ዘእትው ፣ብሉያት ሓዲሳት ዝተምሃረ
፣ብኤጵስ ቆጶስ ዝሽየም ኪዳን፣ሰኣታት መስትብቁእን ቅዳሴንዝፅልን ዝመርሕን እዩ።ናይ ምምሃር ፣ምጥማቕ፣ቀዲሱ
3.ኤጲስቆጶስ(ጳጳስ)፡ ብቆሞስነት ዘገልገለ ፣ዕድሚኡ ካብ 50 ንላዕሊ ዝኮነ ፣ ብድንግልና ብምንኩስናን ኮይኑ ዝነበረ
፣ነውሪ ዘይብሉ፣ጋሻ ዝቅበል ብሉይ፣ሓዲስ፣ሊቃውንቲ ን መነኮሳትን ካልኦት ዜማታት ቅኔን ዝተምሃረ። 1 ጢሞ 3፡1-7
ቲቶ 1፡7-9 ኤጲስቆጶስ (ጳጳስ)ዝኮነ ይኩን ምስጥር ቤተ ክርስትያን ይፍፅም።ሜሮን የፍልሕ፣ህንፃ ቤተ ክርስትያን ፣ንዋየ
ቅዱሳንይባረክ፣ድቁና ቅስናን እውን ይህብ።ጳጳስ ኣብ እግሪ ሐዋርያት ዝተተከአ ላዕለዋይ ናይ ቤተ ክርስትያን በዓል
ስልጣን (ኣማሕዳሪ)ማለት እዩ።ጵጳስ ዘወገዞ ቀሲስ ከሎ እውን ምስ ምተን ክፈትሖ ኣይኽእልን።ቐሲስ ዝኣሰሮ ካሊእ
ቀሲስ ብህይወት እናሃለወ ክፈትሕ ኣይክእልን ምስ ሞተ ግን ክፈትሕ ይክእል እዩ።ዻዻስ ዝኣሰሮ እቲ ጳጳስ እናሃለው
ካሊእ ጳጳስ ክፈትሕ ኣይኽእልን ምስ ምተ ግን ካሊእ ጳጳስ ክፈትሕ ይክእል እዩ። ስለዚ ክህነት ኣብ ሓዲስ ኪዳን ፍልይ
ዝበለ ኣገልግሎት ኣለዎ።ንኣብነት ብይሁዳ ምትክእ ብፀሎት ብዕጣን ካሊእ ሰብ ምምራፁ ኣረድኢ እዩ።ስለዚ ክህነት
ሓዲስ ኪዳን ናይ ብሉይ ኪዳን ፍፃሜ ኣማናዊ እዩ።" ኣነ ሐሬኹኹም እምበር፡ ንስኻትኩም ኣይሐሬኹምንን። ክትከዱን
ፍረ ኽትፈርዩን ፍሬኹምውን ነባሪ ኪኽውን፡ ነቦ ብስመይ ዝለመንኩምዎ ዘበለ ምእንቲ ኺህበኩም፡ ነዚ መደብኩኹም።"
ዮሃ 15፡16
7. ብምስጢረ ተክሊል ዝርአ ኣገልግሎትን ዘይርአ ፀጋን
ዝርእ ኣግልግሎት
1) መስቐል (ወንጌል) ጨቢጦም ቓል እንትኣትዉ ፦ ብሃይማኖቶም ፀኒዖም ልምንባር ዝገብርዎ ፃዕሪ ንዝቅብልዎ
ፍተናን ይመልክት።
2) ናይ ቐለበት ሰርዓት፦ መውስቦ እስካብ ሞት ዘይፈርስ ፍፃሚ ዘይብሉ ብምዃኑ ተኣታትውቲ እስካብ
መውዳእታ ሓቢርና ክነብር ኢና እንትብሉ ብክብነት ዝተሰርሕ ቀለብት ይኣስሩ ካብዚ ብተውሳኺ ቀለበት
ፍቅርን ክብርን ይገልፅ
3) ቕብኣ ቕዱስ እንትቕብኡ፦ መንፈስ ቕዱስ ምእንታን ክሓድሮም ።
4) እክሊል ምጥላቆም፦ ኣክሊል ናይ ስዓራይነት ምልክት ኣለዎ እስካብ ናይ መርዓ ዕለቶም ዝበፅሕ ድንግልንኦም
ዓቂቦም ብምፅንሖም ስዓርቲ ይገብሮም።
3) ናይ ምትእምማነን ናይ ምርድዳእን ጸጋ
4) ሰናይ ፈር ንምርካብ ዘክእል መንፈሳዊ ጸጋ መዝ 127፥3 “ እንሆ ውሊድ ውህብቶ እግዚአብሔር ኣዩ ኣሞ።
መጠቓለሊ
ወልድ እግዚአብሔር እዮሱስ ክርስቶስ ኣብ ቀራነዮ ተሰቒሉ ስጋኡ ቆሪሱ ፥ ደሙ ኣፍሲስ ዓለም ኹሉ ኣድሓነ ። ኣብ
ዝዓለም ብስጋ እናሃልወ ደማ ናይ ስጋ ሕማም ዝነበሮም ብታእምራት ናይ መንፈስ ሕማም ዝነበሮም ድማ
ብትምህርቲ ፈዊሱ እዩ።በተወስኺኣዉን ምስጢራት መስሪቱ ስርዓቶም ብምዝግጃይ ቤት ክርስቲያን ሰርሒልና ከይዱ
እዩ።