You are on page 1of 2

TUC

Terminologiprov - Juridik
Tigrinska till svenska

Namn

Datum

Tolkspråk

Resultat

• Skriv endast ett svar per översatt ord. Vid flera svar där både rätt svar och fel svar
förekommer i samma översättning blir poängen lika med noll (0)
• Varje rätt svar per översättning ger 3 poäng. Max antal poäng = 75p
• En förklaring per ord/ Delvis rätt (dvs inte direkt översättning) ger max 1 poäng
• Resultat: Under 52 poäng = IG
• Resultat: 52 - 62 poäng = G
• Resultat: 63 poäng eller över = VG
• Läs termen noga innan du skriver din översättning
Deltagarprov Svenska Modersmål Poäng

1 ገበን ጥሒስካ ምእታው ገዛ ሰብ

2 ምትላል

3 ናዕቢ

4 ገበን ምቅጣር

5 ሓረጣ

6 ዕጸ-ፋርስ ካናቢስ

7 ከቢድ ዕዳ ንዘለዎ ብዓል ዕዳ ካብ ዕዳ ናይ ምንጋፍ መስርሕ

8 ጉዳይ ክርክር / ስቪላዊ ጉዳይ

9 ጠበቓ

10 ከሳሲ ኣብ ሲቪላዊ ጉዳይ

11 ንብዙሓት ወኪልካ ጉዳይ ምቕራብ

12 መዕጸዊ መደረታት ተኸራኸርቲ

13 ብማእከላይ ደረጃ ዝተጠርጠረ

14 ውልቃዊ ዘተ ቤት-ፍርዲ ኣብ ምሕላፍ ውሳኔ / ብይን

15 ማሕዩር / ቤት-ማእሰርቲ

16 ክንክን ስነ አእሙራዊ ጸገም ዘለዎም ገበነኛታት

17 ምሽጋር / ምህዋኽ

18 ዝተኻበደ ግህሰት መቕርብ ሰብ

19 ንድራግ ዝምልከት ሕግታትን መቕጻዕትን

20 ታዓዳዩ ብሓገዝ ፈጻሚ ኣካል ዕዳ ክምለሰሉ ምሕታት

ንትካላት ፍትሒ ሕክምናዊ ምርምር ዘካይድ መንግስታዊ


21 ትካል

22 ዝተኻበደ ሸለልትነት

23 መሬት ብግዴታ ገዚእካ ምግባት / ምሕዳግ

24 ሕድገት ምምስራት-ክሲ ብኣኽባር-ሕጊ

25 ኣብ ትሕቲ ምቁጽጻር ምእታውን ናይ ፈተነ ጊዜን (ኣሞክሮ)

You might also like