You are on page 1of 3

---------By...

Abnet Enhun Abnet-----

’’’’’ንብዓት ሓርገፅ ብኣንደበት ሓሙሽተ ኣሸበርቲ’’’’’’’

-----------------------------------------------

ኣብ ዝሓለፉ መዓልቲታት ንሀገርና ኢትዮጽያ ዘይተርኣያ ,, ንመላእ ህዝብታት ትግራይ ግን ኣዝዩ ዘሕዘነ ግን ድማ ዘሐረነ
ሓደ ዓብይ ግብረ ሽብራዊ ወይ ከዓ ቀይሽብራዊ መጥቃዕቲ ;-

1. ብ ኣብይ ኣሕመድ

2. ብ ኣሳምነው ፅጌ

3. ብ ኢሳያስ ኣፈውርቂ

4. ብ ፕረዚዳንት ግብፂ

5. ብ ለማ መገርሳ ብቀጥታን ብተዘዋወርን ተሰታፋይነት ተፈፂሙ እዩ ;;እዚ ተግባር እዙይ ኣቶ ላማ መገርሳ ናብ ስልጣን
ኣብ ዝመፀሉ ነዚ ተግባር ክፍፅሞ ከም ዝክእል ኣብ ድህረ ገፅ ፌስቡክ ኣካውንተይ ፅሒፈዮ ነይረ እየ;; ይኩን እምበር ነዚ
ተግባር ዝሰምዖን ዝረኣዮን ሰብ ዝነበረ ኣይመስለንን ??

እቲ ሓቂ ከምዚ እዩ

ቀንዲ ምክንያት ምምፃእ ናብ ስልጣን ኣቶ ለማ መገርሳ ናብ መከላከልያ ሚኒስትር ነዚኦምን ካልኦትን ቀፀልቲ ፈተነታት
ቅንፀላን ብድፍረትን ብ ሙሉእ ዓርሰ እምነትን ንከተግብር ከም ዝኮነ ተፈሊጡ ኣሎ;;; ብተወሳኪ ድማ ንተለኣአክትን
ፈፀምትን ኣካላት እኩል ሓበሬታ ን ድጋፍን ንምሀብ ከም ዝኮነ ተረጋጊፁ ኣሎ;;

ሀ ኣብይ ኣሕመድ

ኣብይ ኣሕመድ ኣብዚ ሐዚ ሰዓት ምስ ፕረዚዳንት ግብፅን, ኢሳያስ ኣፈወርቅን መዓልታዊ ብዝበሃል መልክዑ ናይ
ስልክታት ምድዉዋልን ናይ ዝተፈላለዩ ሕቡኣት ልኡካት ምምልላስን ስራሕቲ እናሰርሐ ከም ዝርከብን ኩሎም ዝሰርሖም
ስራሕቲ ዳርጋ 90 ፐርሰንተ ብመሪሒነት ክልቲኦም ፕረዚዳንታት ከም ዝኮነ ተረጋጊፁ ኣሎ;; ኣብይ ኣሕመድ ንጀነራል
ሰዓረ መኮነን ኣብ ዝተፈላለዩ እዋናት ዝተፈላለዩ ደብዳቤታት ብምልኣክን ዝተፈላለዩ ሽማግለታት ዝተኣዘዞ ንክሰርሕ
ወይ ከዓ

ዝተውሀቦ ናይ ውጪ ናይ ትምህርቲ ዕድል ንክጥቀም ንቡዙሓት እዋናት የዘራርቦ ከም ዝነበረን ካብ ናይ ቀረባ መልእክተኛ
ኣብይ ኣሕመድ ብዕለት 17/ 10/ 2011 ዓ.ም ድማ ካብ ባህርዳር ናብ ሓንቲ ጎረቤት ሀገር ዝተጋዓዘ ሻለቃ OPAC ብዝብል
ሽም ዝፍለጥ ውልቀ ሰብ ገሊፁልና ኣሎ ;;ብፍላይ ድማ ድሕሪ ምምፃአ ለማ መገርሳ ነዞም ዝስዕቡ መማረፅታት
ብተለኣኣካይነት ለማ መገርሳን ብርሀነ ጁላን ንጀነራል ሰዓረ መኮነን ተዋሂበምዎ ከም ዝነበሩ ተፈሊጡ ኣሎ;;

1 ትእዛዛት ኣብይ ኣሕመድን ለማ መገርሳን ብቀጥታ ክፍፅም;

2 ንጀነራን ብርሀነ ጁላ ምንም ዓይነት ፅዕንቶ ከይፈጥረሉ ክጥንቀቅ;

3 ዝተውሀቦ ናይ ውጪ ትምህርቲ ዕድል ንክጥቀም;


4 ንናይ ዶብ ኮሚሺን ዘድለዩ ወታደራት ብዘይምንም ቅድመ ኩነት ክምደቡ ምግባር;

5 ኣብ ትግራይ ክልል ዘለዉ ቁፅሪ ወታደራትን ኣፅዋራትን ክቅንስ

6 ብፍላይ ድማ ኣቶ ጌታቾው ኣሰፋ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ንምውዓል ኩሉ ዝከኣሎ ክገብርን ዝብሉ ነገራት ብተደጋገሚ
ይዛረቦ ከም ዝነበረን ይኩን እምበር ካብዞም ትእዛዛት ዋላ ሓንቲ ንምትግባር ጀነራል ሰዓረ መኮነን ፍቃደኛ ከም ዘይኮነን
ብቀረባ ዝተረጋገፁን ዝተረከቡን ሓበሬታት የመላክቱ ;;ናይዚ ውፅኢት ድማ ኣብ ዝተፈላለዩ እዋናት ጀነራል ሰዓረ መኮነን
ጥንቃቀ ክገብር ከም ዝግበኦ ዝተፈላለዩ ሓሜታትን ጥርጣረታትን ይወፁ ከም ዝነበሩን ኣብቲ ሰዓት ድማ ከም
ዘተፅሓፉን ዝፍለጥ እንትከውን ነዚ ሐዚ ኣጋጢሙ ዘሎ ነገር ድማ ኣብይ ኣሕመድ ዓብይ ኣበርክቶን መሪሕነትን ከም
ዘለዎን ካብቲ ሓበሬታ ንምርዳእ ተካኢሉ ኣሎ;;

ለ ደመቀ መኮነን

ኣብ እዋን እቲ ኩነታት ደመቀ መኮነንን ደመቀ ዘወዱን ናብ ኣሜሪካ ክለኣኩ ዝተገበረሉ ቀንዲ ምክምንያት ካብ ጥርጣረ
ነፃ ንምውፃእ ተሓሲቡ ዝተገበረ ሽርሒ እምበር ነቲ ኩነታት ንከጋጥም ብኣካል ከም ዝተሳተፉሉን ኣብቲ ውሳነ ከም
ዝነበሩን ተረጋጊፁ ኣሎ;; ብፍላይ ድማ ደመቀ መኮነን ካብቲ ናይ 2010 ዓም መረፃ ብዝነበሮ ቂምታ ነዚ ተግባር ክፍፀም
ብምግባር ናብ ስልጣን ንምምፃእ ዝተፈላለዩ ሕልምታትን ተሰፋታትን ሒዙ ንክፍፀም ዓበይቲ ድፍኢታት ከም ዝገበረ
ተረጋጊፁ ኣሎ ;;

ሐ ኣሳምነው ፅጌ

ኣሳምነው ፅጌ ነዚ ተግባር ንክፍፀም ምስ ኣብይ ኣሕመድ ለማ መገርሳ ብርሀነ ጁላ ብኣካልን ብተዘዋዋርን ተረዳዲኡ
እናሰርሐን እናተሓባበረን ከም ዝነበረን ኩለ መደያዊ ድጋፋት ድማ ካብ ኣብይ ;ለማ ;ብርሀነ ጁላ ብቀጥታ እናረከበ ከም

ዝነበረን ተፈሊጡ ኣሎ;; ብፍላይ ድማ ካብ ኒቨርስቲታተ ደብረማርቆስ ;ባህርዳር; ጎንደርን ከባቢ 25 ዝኮኑ ተምሃሮ
መለሚሉ ኣበ ከተማ ባህርዳረ ን 5 መዓልቲታት ስልጠና ብምሃብ ኣብቲ ሽርሒታት ንክሳተፉ ከም ዝገበረን ተረጋጊፁ ኣሎ
;;; ካብ ኣብይ ኣሕመድን ለማ መገርሳን ድማ ነዞም ነገራት እንድሕር ፈፂሙ ናይ ክልል ኣምሓራ ፕረዚዳንት ኮይኑ
ንክሽየም ፃዕሪ ከም ዝገብሩ ቃል ተኣትይሉ ከም ዝነበረ ተፈሊጡ ኣሎ ;;

መ ብርሀነ ጁላ

ብርሀነ ጁላ ብፍላይ ድማ ድሕሪ ምምፃእ ለማ መገርሳ ኩሎም መልእክቲታት ብቀጥታ ናብ ጀነራል ሰዓረ መኮነን የብፅሕ
ከም ዝነበረን ዝተፈላለዩ

---ናይ ሓሶት ሓበሬታታት ;መፀለምታታት ናብ ኣብይ ኣሕመድን ለማ መገርሳን የመላልስ ከም ዝነበረ;

--ተወለድቲ ኦሮሞን ዝተወሰኑ ተወለድቲ ኣምሓራን ብምትሕብባር ንጀነራል ሰዓረ መኮነን ከም ስግኣት ንክኮኑ
ብምግባርን ትእዛዛት ጀነራል ሰዓረ መኮነን ንከየተግብሩ ብምግባር ድምፂ ብርሀነ ጁላ ንክድግፉ የተሓባብሮምን
ይጉጁሎምን ከም ዝነበረ
---ኣብ ዝተፈላለዩ መድረካትን ቦታታትን ናይ ቀፃሊ ጠቅላይ ኢታማጁር ሹም ኣነ እየ ክከውን ከምዚ ክንገብር ኢና ከምዚ
ክንሰርሕ ኢና ኣብ ሓፂር ግዜ ድማ ከተግብሮ እየ እናበለ ብቃንቃ ኦሮምኛ ይዛረብ ከም ዝነበረን ብፍላይ ድማ ንእሙን
መለእከተኛ ኣብይ ኣሕመድ ዝነበረ ሻለቃ ኦፓክ ብተደጋገሚ ይዛረቦ ከም ዝነበረን ተፈሊጡ ኣሎ;;;

ረ ኢሳያስ ኣፈወርቂ

ኣብዚ ሐዚ ሰዓት ኢሳያስ ኣፈወርቂ ናብ ግብፂ ናብ ሱዳን ምምልላሳት ኣብዚሑ ኣሎ ምክንያቱ ድማ ብፍላይ ድማ ካብ
ግብፂ ዝተውሀቦ ልእኩቶታት ንምግምጋምን ሓደሽቲ ገዛ ዕዮታት ንምቅባልን ከም ዝኮነ ተረጋጊፁ ኣሎ ብፍላይ ድማ
ቅንፀላታትን ማእሰርትን ዓበይቲ መራሕቲ ተሞክሮ ኢሳያስ ኣፈወርቅን ፕረዚዳንት ግብፅን ምካኑ ዝፍለጥ ኮይኑ ነዞም
ተሞክሮታት ድማ ናብ ኣብይ ኣሕመድ ብምትሕልላፍ ኢትዮጽያ ብምብትታን ሀገረ ግብፂ ጎብለል ምብራቅ ኣፍሪካ
ንክትከውንን ቀንዲ መሓዛ ሀገረ ኤርትራ እውን ከም እትከውንን ፕረዚዳንት ግብፂ

ኣነ ኣብዚ ሐዚ ሰዓት ኣቦወንበር ሕብረት ኣፍሪካ እየ ኣብ ግብፂ ድማ ንዝቅፅሉ ዓሰርተታት ዒስራታት ዓመታት መራሒ
እየ ስለዚ ግብፅን ኤርትራን ሓቢረን እየን ጥራሕ እታ ናይ ሐዚ ገዛ ዕዮ ብሓባር ዋፃኣያ ብምባል ቃል ከም ዝኣተውሉ
ተረጋጊፁ ኣሎ::

ተወስክቲ ጥቆማታት

------------------------------

1 ኣብይ ኣሕመድ ኣብ ቅንያት ፍፃመ አዞም ሽበራታት ናብ ሀገረ ግብፂ ምጋዓዙን ነዞም መግለፅታተ ሓዘን ድማ ኣብ ሀገረ
ግብፅን ሱዳንን ኮይኑ ምምሕልላፉን ብቀጥታ ናብ ኢትዮፅያ ክምለስ ዘይምካኣሉን

2 ኣብ ዝሀቦም መግለፅታተ ምድንጋራት ቀለ ዓለማት ዝበዝሖም ምንባሮም

3 ጠቅላይ ሚኒስትርን ምክትል ጠቅላይ ሚኒስትርን ኣብ ተመሳሰሊ ሰዓት ካብ ሀገር ምውፀኦም

4 ልኡካት ሀገረ ኤርትራ ኣብ ቅንያት እቲ ፍፃመ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዑደት ምክያዶም

You might also like

  • By Yayesew Shim
    By Yayesew Shim
    Document3 pages
    By Yayesew Shim
    tsega-alem
    88% (8)
  • ለፓስፖርት አገልግሎት መ
    ለፓስፖርት አገልግሎት መ
    Document5 pages
    ለፓስፖርት አገልግሎት መ
    tsega-alem
    No ratings yet
  • እውነተኛ ታሪክ
    እውነተኛ ታሪክ
    Document1 page
    እውነተኛ ታሪክ
    tsega-alem
    100% (4)
  • ምክር
    ምክር
    Document2 pages
    ምክር
    tsega-alem
    No ratings yet
  • መደመር ወይስ መከባበር፡
    መደመር ወይስ መከባበር፡
    Document3 pages
    መደመር ወይስ መከባበር፡
    tsega-alem
    No ratings yet
  • 12
    12
    Document4 pages
    12
    tsega-alem
    No ratings yet
  • 18
    18
    Document1 page
    18
    tsega-alem
    No ratings yet
  • 1.
    1.
    Document2 pages
    1.
    tsega-alem
    No ratings yet
  • 30
    30
    Document2 pages
    30
    tsega-alem
    No ratings yet
  • Abete 24
    Abete 24
    Document5 pages
    Abete 24
    tsega-alem
    No ratings yet
  • 1.
    1.
    Document4 pages
    1.
    tsega-alem
    No ratings yet
  • 14
    14
    Document2 pages
    14
    tsega-alem
    No ratings yet
  • #
    #
    Document1 page
    #
    tsega-alem
    No ratings yet
  • 1 #
    1 #
    Document1 page
    1 #
    tsega-alem
    No ratings yet
  • 10 #
    10 #
    Document2 pages
    10 #
    tsega-alem
    100% (1)
  • 1.
    1.
    Document2 pages
    1.
    tsega-alem
    No ratings yet
  • 1 #
    1 #
    Document1 page
    1 #
    tsega-alem
    No ratings yet
  • 01)
    01)
    Document2 pages
    01)
    tsega-alem
    No ratings yet
  • 122
    122
    Document2 pages
    122
    tsega-alem
    No ratings yet