You are on page 1of 1

ማእከላይ ኮሚቴ ህወሓት ኣብ ክልላዊን ሃገራውን ዛዕባታት ልምዓትን ፖለቲካዊ ጉዳያትን ኣድሂቡ ክካየዶ ዝቐነየ ኣኬባ

ብዓወት ከምዝዛዘመ ኣብሪሁ።

ቤት ጽሕፈት እቲ ውድብ ሎሚ ኣማስዩ ኣብ ዘውጽኦ ውድባዊ መግለጺ ድሕሪ መበል 13 ጉባኤ ህወሓት ኣንፈት
ዝተነጸረሎም ዓበይቲ ጉዳያት ዘለዎም ኣፈጻጽማ ብዕምቆት ከምዝገምገመ ገሊጹ። ኣብ መግለጺኡ ኣብዚ ዓመት ዓብዪ
ምብርባር ዝተገበረሉ ናይ ትራናፎርሜሽንን ዲሞክራታይዜሽንን ስርሓቲ ሕዚ ዘለዎም ደረጃ ርእየ ኣለኹ ኢሉ።
ብምዃኑ እውን "ናብ ተግባራዊ ምንቅስቓስ ኣብ ዘእትወና ብርኪ ኣለና" ኢሉ።

"ማእከላይ ኮሚቴ ህወሓት ኣብ ክልልና እነሳልጦም ኩለመዳያዊ ንጥፈታት ብመንጽር ድሕንነት ህዝብና ተቓንዮም
ዝፍጸሙሉ ዝርዝር ኣንፈት ኣቐሚጠ" ዝበለ እቲ መግለጺ ብፍላይ ንተረባሕነት መናእሰይን ደቂ ኣነስትዮን ማእከል
ዝገበረ ሰፊሕ ዕማም ዓሚሙ ኣብ ጽቡቕ ደረጃ ከምዘሎ ገሊጹ።

እቲ ውድብ ኣብ መግለጺኡ "ማእከላይ ኮሚቴ ህወሓት ብዘላቕነት ንድሕንነት ህዝብና ማእከል ዝገበረ ኩሉመዳያዊ
ምንቅስቓስ ንምግባር ጽኑዕ መርገጺ ወሲዱ ኣሎ" ዝበለ እንትከውን ሃገራዊ ዛዕባታት እውን ብዕምቆት ምፍታሹን
ኣንፈት ምቕማጡን ነጺሩ ኣሎ።

ሃገር ኣብ ከቢድ ፈተና ከምዘላ ዘብርህ እቲ መግለጺ ምስ ካልኦት ብሄራት፣ ብሄረሰባትን ህዝብታትን ብምዃን እቲ ኣብ
ሓደጋ ዘሎ ሕገ መንግስትን ሕገ መንግስታዊ ስርዓትን ናብ ንቡር ክምለኣ ኣበርቲዑ ከምዝሰርሕ ገሊጹ።

ምስ ኤርትራ ዝተጀመረ ናይ ሰላም ሃዋህው ዘላቒ ረብሓ ክልቲኦም ህዝብታት ብዝሕሉ መልክዑ ናብ ዝሓሸ ብራኸ
ክወጽእ እቲ ማእከላይ ኮሚቴ ዘለዎ ንጹር ቅዋም ኣብቲ መግለጺ ኣብሪሁ።

ድወት ቲቪ

You might also like

  • By Yayesew Shim
    By Yayesew Shim
    Document3 pages
    By Yayesew Shim
    tsega-alem
    88% (8)
  • ለፓስፖርት አገልግሎት መ
    ለፓስፖርት አገልግሎት መ
    Document5 pages
    ለፓስፖርት አገልግሎት መ
    tsega-alem
    No ratings yet
  • እውነተኛ ታሪክ
    እውነተኛ ታሪክ
    Document1 page
    እውነተኛ ታሪክ
    tsega-alem
    100% (4)
  • ምክር
    ምክር
    Document2 pages
    ምክር
    tsega-alem
    No ratings yet
  • መደመር ወይስ መከባበር፡
    መደመር ወይስ መከባበር፡
    Document3 pages
    መደመር ወይስ መከባበር፡
    tsega-alem
    No ratings yet
  • 12
    12
    Document4 pages
    12
    tsega-alem
    No ratings yet
  • 18
    18
    Document1 page
    18
    tsega-alem
    No ratings yet
  • 1.
    1.
    Document2 pages
    1.
    tsega-alem
    No ratings yet
  • 30
    30
    Document2 pages
    30
    tsega-alem
    No ratings yet
  • Abete 24
    Abete 24
    Document5 pages
    Abete 24
    tsega-alem
    No ratings yet
  • 1.
    1.
    Document4 pages
    1.
    tsega-alem
    No ratings yet
  • 14
    14
    Document2 pages
    14
    tsega-alem
    No ratings yet
  • #
    #
    Document1 page
    #
    tsega-alem
    No ratings yet
  • 1 #
    1 #
    Document1 page
    1 #
    tsega-alem
    No ratings yet
  • 10 #
    10 #
    Document2 pages
    10 #
    tsega-alem
    100% (1)
  • 1.
    1.
    Document2 pages
    1.
    tsega-alem
    No ratings yet
  • 1 #
    1 #
    Document1 page
    1 #
    tsega-alem
    No ratings yet
  • 01)
    01)
    Document2 pages
    01)
    tsega-alem
    No ratings yet
  • 122
    122
    Document2 pages
    122
    tsega-alem
    No ratings yet