You are on page 1of 4

ከይደቀስኩዝሓለምክዎባህጊ

እቲፍጻመ ልክዕዓመቱኣቑጺሩኣሎ።እዋኑ፡ሄለንኣብ ታኼላሓጎስተሸሚማ ን ዓለም ኣይትጽረኒዝበለትሉ


እዋንዩ።ኣብ እዋንለይቲወትሩእትሓልሞ፡ብቐትሩድማ እትብህጎናይወትሩባህጋ፡እዋኑኣኺሉናብ ናይ
መዛዘሚ ፍጻመ እናተቓረበይኸይድብምንባሩ፡ከም ታወርሒ እቲኣገይራብሓጎስዘሕለፈቶግዜውሑድዩ።
እቲዘይጭ በጥ ዝመስላዝነበረባህጊክትውንኖብምቕራባ ።

ነትናይሓጎስፍጻመ ኣብሎሚ ኮይናክትዝክሮከላ፡ኩሉነገርይተሓዋወሳሞ፡ብሓሳብነ ታኣብዝሓለፈዓመት


ከምዛእዋንክረምቲ፡ብምስትንታንእናተሸቑረረትተዘን
ቱዋ፡ብሕልሚ ዝተሳለኻዮሓጎስ፡ዓወቱጨ ቢጥካክሳብ
ዘየስተማቐርካዮግንኩሉከንቱዩ።

እታዕለት፡ብልክዕካብኣእምሮኣኣይሃሰሰትን
፡ወርሒ ነ
ሓሰዕለትኣርባዕተዓመተ2016ምዃናጽቡቕገይራያ
ትዝክራ።ክትርስዓትኽእልውንኣይኮነትን፡ምኽንያቱ ህይወተይ ክትቅይረለይ ዝመጸትመዓልቲያ እናበለት
ብሓበንያትዝክራ።በቲን ሳእትደልዮመንገዲ ህይወታቀይራናብ ሓጎስእን ተዘየሰጋገረታ፡ናብ ጥፍኣትግን
ሸሚማታያ ።ምስዳን ኤልዝተላለየትላኣጋጣሚ ብምንባራ።

ሄለን፡ኣብሓደጽምብልናይቤተሰብምስከደትያምስቲካብወጻኢሃገርዝመጸዳን ኤልተላልያ።ብስፖርት
ዝተሃንጸስሩዕኣካላቱ፡ናብ ቂሒ ዝኸደሕብሪገጹ፡ንጣዕሚ ናብራኡከንጸባርቕ ዝቐረበክመስልወላህላህ
ይብልብምን ባሩ፡ናብኡ ቀሪባሕግብግብ ክትብልግዜ ኣይወሰደትን
።ካብ ብወጻኢ ሃገርከም ዝመጸምስ
ፈለጠትብፍላይ፡ሰጢማ ብምቕራብኣብጎድኑኮይና፡ምፍላይኣበየቶ።ን ሳእውንብወገና፡ቁሩብናብግጅፊ
ዝኸደኣካላታገዲፍካ፡ተባሃጊ መልክዕትውን ንብምዃና፡ንዳንኤልኪኖግዚያዊ ሌላ፡ዕላሎም ኣብ ካልእ
እዋንዝቕጽሉሉመን ገዲ ብምፍጣር፡ምስናይመጻኢመደቦም ዮም ተፈላልዮም ።በዚምኽን ያትያድማ ነታ
ዕለት፡ከም ፍልይቲመዓልቲኣብህይወታእትቖጽራ ።

በዚኣጋጣሚ ዝተፈጥረሌላዩድማ፡ሄለን
ንዳንኤልንኣብሓጺርእዋንዕሙ ቕዝበለርክብብምፍጣር፡ኣብናይ
ክልተወርሒ ግዜፍቑራትብምዃንክዞሩዝጀመሩ።

ሄለን፡ነዚኣጋጣሚ ከም ጽቡቕ ኣጋጣሚ ብምጥቃም፡ነ ቲወትሩኣብ ሓንጎላእናመጸዘሸግራዝነ በረባህጊ


ወጻኢ ሃገር፡ብመን ገዲ ዳን ኤል ናብ ተግባር ንምቕያርያ እምበኣር፡ኣብ ዕን ኬል ቁጽጽራ ብምእታው፡
ንኽምርዓዉ ትደፋፍኦዝነ በረት።ንሳጓልዕስራንሸውዕተንዓመትክትከውንከላ፡ዳን ኤልልክዕሓምሳዓመቱ
ረጊጹነ ይሩ።ፍቕሪእን ተሎ ዕድመ ወሳኒኣይኮነ ን እናበለትድማ፡ልዑልፍቕሪከም ዘለዋ ን ዳንኤልከተርኢ
ላዕልንታሕትንበለት።ዋላኳዳን ኤልቅድሚ ሕጂ ተመርዕዩክልተቆልዑወሊዱ ዝተፋትሐይኹን ፡ናታባህጊ
ከተርዊ ትጓየብምንባራ፡እዚኩሉን ዓኣጸገም ኣይነበሮን።ወትሩኣብ ጎድኑብምዃንድማ፡ን ልቡ ተቖጻጺራ
ክምርዓዉ ደጋጊማ ለሚና፡ኣብመወዳእታሰለጣ።እዚኹሉበቲን ሳትኣምነሉመን ገዲ ይኸይድከም ዘሎምስ
ኣረጋገጸት፡ብሓበንክትምርዖምዃናደረታነ ፊሓ ከተውሪጀመረት።ወጻኢሃገርናይምኻድባህጋኣብ ቀረባ
ግዜ ሰሚሩ፡ኩሉሓሳባታኣብቲትኸዶሃገርእን ታይ ከም እትገብርንንመነ-
መንእናደወለትጽቡቕ ከም ዘላ
ክትሕብርንክትንየትንከም ዘለዋ እውንከተሳልስልጀመረት።ብፍላይሕጂ ምስመሓዝኣጸጋዘዕለለቶክሳብ
ሕጂ ካብኣእምሮኣኣይሃሰሰን ።


ኩሉዝተወድአዩዝመስልዘሎ ጌናኣብቲዝተቛጸራሉቤትሻሂኣትየንኮፍከይበላከለዋ፡ሄለንኩርዓት
ሓዊሳመብርሂጀመረት።ጸጋናይልቢመሓዝኣብምዃና፡ኩሉትገብሮነ
ገራትብዘይሕብእብእያትጸውያ።

“ናይቲመርዓኺ ማለትድዩ?
”ጸጋኩሉዕላለንብዛዕባመርዓሄለንተቐይሩብምን
ባሩ፡ን
ሱዩዝኸውንዝብል
ኣርእስቲግምትሓዘት።

“መሓዛይ!ዘይንሱ ደኣእን
ታይ ከይህሉወና።ብዝኾነክን ምርዖምዃን
ናንስድራክሰድድ ምዃኑንተረዳዲእና
ኣለና።ክልተረብሓዩዘለዎጸጋመሓዛይ።በቲሓደዝብላዕሰብዩ-ማለትሃብታም ሰብ።ካልኣይድማ ወጻኢ
ሃገርክኸይድ ሕልመይ ምዃኑካብ ቀደም ትፈልጢ ኢኺ ።ስለዚ ክልተ ዕማም የዝዓምም ዘለኹ
ብኹርዓትነታኣተኲራትጥምታዝነ በረትጸጋክትምስጣ ፈተነ
ት።

“ኣነግናከም መሓዛይ ዝመኽረኪ -ኪኖገንዘብንወጻኢ ሃገርን፡ኣብ መጻኢ ህይወትኪ እትምስርትዮሓዳር


እንተድሃብኪ ይሕሸኪየዝብል።ኣብ ረብሓዝተነድቀፍቕሪካብ መሰረትስለዝጽብቕ ኣብ ጠልጠልዩዘሎ።
ምስግዜዓነ ውነው ክብልድማ ግዜኣይወስደሉንዩ ንውሳነ ኣሓሲባክትኣትዎ፡ክትመኽራሃቀነ ት።

“ኣየጸጋ ብኣቃጫ ጭ ፍሽኽ በለታ። ፍቕሪሃብቲእን


ተሎ ይመጽእዩ፡ካልኣይድማ ወጻኢክኸይድማራዩ
ባህጊዘለኒ እዛዕድልድማ ሕጂያ ።


እሞ ኣብኡምስከድኪ፡እቲፍቕሪትረኽብዮዶ?
”ጸጋዘረባኣኮሊፋ፡ክትገን
ሓፈተነ
ት።

“ሓደሰብ ዕላማ ክህሉዎ ኣለዎ -ናተይዕላም ድማ ወጻኢሃገርሰፊርካ፡ጽቡቕ ናብራምምራሕዩ።ክሳብቲ


ንነዊሕ እዋንዝተመነኹዎ ባህገይዝሰመረድማ ን ሓዳርከም ተወሳኺ ከስትማቕሮኣይጽግመን ንዩ።ጥራይ
በዚዘለዎ ጽቡቕ ኣካይዳክዛዘመለይጸሎትግበርለይ . ”ግብረመልሲ ክትሰምዕ፡ዘረባኣቋሪጻዓይኒዓይኒ
ጸጋኣቋመተት።

“ን
ሱሞ ኣምላኽ ን መንኢሉዎ -ግናኣብ ዓለም እቲሓቀኛምን ባርምስዝኣመን ካሉንምስእተፍቅሮንዩ።
ካልኣይድማ ምን ባርኣብኩልናሓደዩ፡ነብስናብኸመይነእምናዩእቲሕቶ።ኣብወጻኢንኣብሃገርናንምን ባር
ኣብ ኩሉ ሓደዩ፡ጥራይ ዕድላትካብኸመይ ትጥቀመሉዩ።ንኣብነ ትኣነኣብዚ እናሰራሕኩ ጽቡቕ ኣለኹ
በንጻሩ ን
ስኺ ባህግኺ ከትስምሪ ኣብ ሓጺርግዜ ምስ ዝተላለኽዮ ሰብ ትምርርዓዊ ኣለኺ።ንውሳነ ኺ
ኣንዊሕኪክትሓስብሉየዝምሕጸነ ኪ.
..
”ስክፍታሓዊሳሕጂውንገን ሓታ።

“በዚስ ኣይትጠራጠሪሓሲበሉየ፡ጥራይ ኣብ መርዓ መሓዛክትኮኒተዳለዊ ዝተወድአመደብ ምዃኑ


ኣብርሃትላ።


ሓንቲግናክላበወኪሄለነ
ይ፡ክሳብመርዓጠልቀፍቀፍከይትብሊ


እሂ!
”ሄለንሰን
በደት።

“እን
ድዒጓለይእዚቅልጥፍኢልካትገብሮነ
ገራት፡መወዳእታኡሳዕቤንኣለዎ።ን
ስኺ ድማ ክትጥቀቒኣለኪ
ዕትብኢላተዛረበታ።


በሊ ከይትቕየምኒእምበር፡ኣነስመታንክትኣምን
ኒውዒለዮየ።ደጋጊሙ ምስለመነ
ኒከይከስሮብምባል
ውዒለዮ እቲሓቂተናስሓትላ።

“ክኸውንኣይነ
በሮንሄለን
፡ግናዝፈሰሰስለዘይሕፈስ፡ኣብ ፍታሕ ጥራይነድህብ ሕጂ።ቀልጢፍኪ ወድኣለይ
በልዮ ንሱዩእቲዝሓሸእምበር፡ኣብ ዘይጭ በጥ ሕልሚ ተህተፍትፊከይትህልዊዩፍርሐይ።ባህጊ ወጻኢ
ክትፍጽሚ ባህግኺ ከይዝረግ ን
እሽተይኢኺ ዘለኺ ምስጸጋመሓዝኣብዙሕእዋንኳኣዕሊለንእን ተኾና፡
ከምዛናይሎሚ ገይሩኣብልባቦታዝሓዘየለን።ግናኣብቲሽዑእዋንዋጋኣይነበሮንእቲዘረባ።ኣብሕጂ ግና
ከም ጸሓይ ቀትሪደሚቑ፡ኩሉምኽሪመሓዛናብ ሓቅንርትዕንተቐይሩ ።ዘይተጨ በጠ ሕልሚ ሄለንሓደ
ዘይፍታሕጉድወሊዱ።

*
***
**

ዝሓለፈዓመትጓልዕስራንሸውዓተንዓመትዝነ በረትሄለን ፡ሎሚ ሓደዓመትደሚራትርከብ።እዛኣብከባቢገዛ


ባንዳ ጥልያንዝተወልደትመን እሰይ፡ነ
ቶም ኣርባዕተደቂዘፍረዩእን ዳ ኣቶክብሮም ሳልሰይቶም ያ።ስድራኣ
ርኹባትንሰብ ሃብትንብምዃኖም፡ካብ ህጻን ነታ ኣብቲ ሰፊሕ ናይ ስድራኣገዛብሕን ቃቐያዓብያ።ኣብ
ትምህርታውንን ፍዕትንኣብነታዊትንብምንባራ፡ዳርጋምስቶም ን ፉዓትተማህሮእን ተሰርዐትያናይ ካልኣይ
ደረጃትምህርታ፡ኣብቤትትምህርቲሰማእታትብምዝዛም፡ኣብመበልዕስራዙርያሃገራዊኣገልግሎትን ሳዋ
ወፊራ።ናይዲፕሎማ ነ ጥቢ ብምምጻእከኣናብ ኮለጅዘእትዋ ነ ጥቢ ረኺባ።እን ተኾነኣብ ክንዲ ትምህርታ
ተኸታቲላደረጃኣምዕባይ፡ኣን ፈትኣእምሮኣናብወጻኢሃገርዝብልሓሳባትክትልክትልስለዝበላ፡ብኸመይ
መን ገዲ ናብ ወጻኣኢ ይኸይድ?’ዝብል ሓሳባት ን ኣእምሮኣኣናወጾ፡ተማሃሪት ካልኣይ ደረጃንመሓዝኣን
ዝነበረትሞ ድሒራናብ ወጻኢ ሃገርዝኸደትሰብ፡መዓልታዊ ዝተፈላለየጽቡቕ ስእልታትእናሰደደትብቕን ኢ
ክትሕምሳምስጀመረትዩድማ፡ኪኖተራባህጊ፡ኪዲ ኪዲ ዝብልመን ፈስን ህይወታዝዘራረጎ።ጽልዋመዘና
ዝብልብሂልድማ፡ኣብሄለንብግብሪሰርሐ።እታኣብወጻኢእትቕመጥ መሓዝኣ፡ነ ቲትቕመጦ ተሪርመን ብሮ
ናይቲ ትቕመጦ ሃገርእናሓብአት፡ብጽባቐ ዝተደርደረኣሳእል ብምግባርልባ ኣብ ምስላብ መሪሕ ተራ
ተጻወተት።ባህግንናይምን ባርድሌትንተደሚሩ፡ሄለንብኸመይወጻኢሃገርትኣቱጥራይኮይኑሓሳባ።ኣብ
መወዳእታድማ ከም ኣማራጺብምውሳድ፡ብስግረዶብ ክትከይድብምውሳን ፡ድሌታናብ ተግባርን ምቕያር
ተበገሰት፡እዚውንቀሊልግድልኮይኑኣይጸን ሓን፡ተታሒዛደኣተመልሰት።

ድሕሪ ናይ ስግረዶብ ፈተንኣ፡ብምኽርንማዕዳንተፈን ያብቐጥታ ናብ ክፍልታት ሚኒስትሪ ምክልኻል


ብምምዳብ፡ሃገራዊግቡኣን ምፍጻም ኣሃዱ ኢላክትሰርሕተወዝዐት።እን
ተኾነሓንሳብዘንቀደልባ፡ካልእሰናይ
ተበግሶክወስድ ተጸገመ።ኩሎም ደቂኣሃዱኣዝግብኦም ዕማም ፈጺሞም ነ ብሶም ኣቕሲኖም ህይወቶም
ክመርሑ ከለዉ።ሄለንዝተመደበቶስራሕ ቀሲናካብ ምስራሕ ብምሕካል፡ሸውሃትባህጊ ናይ ወጻኢ ሃገር
ምኻድከተማልእ፡ን ነ
ብሳካብቅሳነ ትከም ትኹብልልገበረታ።ኣብከምዚዕረፍቲዘይህብዘይቅሱንህይወትን
እንከላያድማ፡ምስዳን ኤል ዝተላለየት። ወጻኢ ሃገርጥራይ ይውሰደኒእምበር፡ዝገብሮ ኣለኒ ዝብል
ብቐትሪከይደቀሰትእትሓልሞ ባህጊክዉንክትገብሮዝተበገሰት።

ሄለን፡ምስዳንኤልሓድሽሓዳርክትገብርምስምማዓ፡ኣብ ወጻኢሃገርኮይናእተሕልፎምቾትዘለዎ ናብራ


ከተሰላስልወጊሑ ዝዓርባተቐየረት።ሓዳራገይራእትኸደሉእዋንድማ ኣመናጸበባ።ወለዳንኣሕዋታንዘለዋ
ጸጋክትጥቀመሉኳእን ተመዓዱዋ፡ሓንሳብ ዘን
ቀለልባ፡ ናብ ድላያትግበር ዝብልዘረባተተክአ።ን
ሳውን
ሓሳባኣብመፈጸምታከየብጽሐትድሕርትብልሰብኣይነ በረትን።እንተኾነ፡ምስግዜኩሉብላሽኮይኑ፡ዕድመ
ንእስነታሒዙዩተዓዚሩ።

ምስዳን ኤል፡ናይመርዓመደብ ምስወድኡ፡ቅድሚ ዝኣገረናይደም መርመራክገብሩዮም ወሲኖም።ነ ቲ


ዘይስገር መርመራ ዓይኖም ዓሚቶም ኣትዮሞ። ናይ ክልቲኦም ውጽኢት ድማ ተመሳሳሊ -ተሰከምቲ
ኤች.ኣይ.
ቪ .።ድሕሪዚክልቲኦም ናብ ምውን
ጅጃልዮም ኣምሪሖም፡ን ስኺ ባለኪምክኒ፡ን
ስኻባ ። ሄለን
ብዝያዳናይዘልኣለም ተስፋኣጸልመተ።
ሄለንድሕሪዚኩሉ፡ባህጋከም ደበናብን ፋስክዘራረግኣብቅድሚ ዓይናተቐጀላ።ናይቀትሪባህታኣ፡ሩፍታኣ
ዘሪጉዓጠምጠም ኣበሎ።ን ሰብዘለዎጸጋኣብክንዲ ዝጥቀመሉ፡ኣብዘየድሊባህጊሸን ኮለልብምባል፡ነብሱ
ከም ዘዕርባ፡እቲ ዘይጭ በጥ ተስፍኣምሂሩዋ።ሰብ ካብ ሰብንካብ ወጻኢ ሃገርንዘይኮነ፡ካብ ጻዕሩን
ትምህርቱንከም ዝኸውንተሰወጣ ሞ፡ናይ ወጻኢ ባህጋ -ካብ ነብሳሓግሒጋ ኣውጽኣቶ።ግናዘይወጽእ
ሕማም ።

ነዚኩሉዛን ታኣከተዕልለኒከላ፡ናይመሓዝኣጸጋዘረብኣድሕሪግዜኣብ ውሽጣ ተሰሪታ፡ከም ተስተማቕራ


ኮነት፡ን
ዘይጭ በትባህጊህይወታምኽፋልውንኣሎ ትብልምኽሪ፡ኣብሕጂ ኮይናከም ዝሰርሐትሄለንጽቡቕ
ገይራኣስተማቐረታ።ነቲከይደቀሰትዝሓለመቶባህጊድማ ኣብመወዳእታብኽሳራዛዘመቶ፡ዘይጭ በጥ ባህጊ
ንምጭ ባጥ ድማ፡ዘልኣለማዊሩፍታኣዘረገት።

*
***
***
*

You might also like