You are on page 1of 8

መበል 28 ዓመት ቁ.

62 ሰንበት 11 ሕዳር 2018 ገጻት 8 ዋጋ 2.00 ናቕፋ

ገጽ 2 ገጽ 3 ገጽ 4 ገጽ 7
ምንባር ዝምድና ኣትክልትን ሕጕስ ንኽትከውን ዋናጩ ስፖርት
ገጽ 6
እንስሳታትን ብሓገዝ ተበርኪቱ
ሽታ ኣፍ

መራሕቲ ኤርትራ፡ ኢትዮጵያን ሶማልያን ሓባራዊ መግለጺ ኣውጺኦም


መራሕቲ ኤርትራ፡ ኢትዮጵያን
ሶማልያን ብ9ን 10ን ሕዳር ኣብ ባህር-ዳር
ኣብ ዘካየድዎ ናይ ምምኽኻር ርክብ፡ ኣብ
ስሉሳዊ ዝምድናታት፡ ዞባዊ ምዕባለታትን
ኣህጉራዊ ጉዳያትን ዘትዮም።
ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ቀዳማይ
ሚኒስተር ኣቢ ኣሕመድን ፕረዚደንት
ፈደራላዊት ሪፓብሊክ ሶማልያ መሓመድ
ዓብዱላሂ መሓመድን ድሕሪ’ቲ ርክብ
ኣብ ዘውጽእዎ ሓባራዊ መግለጺ፡ ንገስጋስ
ናይ’ቲ ብ5 መስከረም ኣብ ኣስመራ
ኣብ ዘካየድዎ ቀዳማይ ርክብ ዝኸተምዎ
“ሓባራዊ ኣዋጅ ምሕዝነትን ኣጠቓላሊ
ምትሕግጋዝን”፡ ከምኡ’ውን ንዕኡ ስዒቡ
ዝመጽአ ምዕባለታት ድሕሪ ምግምጋም፡
እዚ ካልኣይ ርክቦም፡ መርኣያ ናይ’ቲ
ኣብ ቀርኒ-ኣፍሪቃ ተኸሲቱ ዘሎ ታሪኻዊ
ምስግጋር ናብ ሰላምን ምትሕብባርን
ከምዝኾነ ሓቢሮም።
ሰለስቲኦም መራሕቲ፡ ተመዝጊቡ ብዘሎ
ተጨባጢ እወታዊ ውጽኢት ዕግበቶም
ብምግላጽ፡ ሕውነታዊ ምሕዝነቶምን
ዝምድናታቶምን ብምዕዛዝ፡ ብውልቂ ይኹን
ብእኩብ ዝኽሰቱ ብድሆታት ብሓባር ናይ’ዚ ዞባ ተወፋይነቶም ኣረጋጊጾም። ዞባና ኣበርክቶ ከምዝህልዎ ጽኑዕ እምነቶም እንግዶትን ምስጋና ኣቕሪቦም። እዚ ከም’ዚ’ሉ እንከሎ፡ ፕረዚደንት
ንምግጣም ድሕሪ ምስምማዕ፡ ኣገዳስነት መራሕቲ ኤርትራ፡ ኢትዮጵያን ገሊጾም። ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ቀዳማይ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ብዕድመ ቀዳማይ
ምኽባር ልኡላውነት፡ መሬታዊ ሓድነትን ሶማልያን ኣብ መወዳእታ፡ ኣብ ኣፈፌት መራሕቲ ኤርትራን ሶማልያን ኣስዒቦም፡ ሚኒስተር ኣቢ ኣሕመድን ፕረዚደንት ሚኒስተር - ዶክተር ኣቢ ኣሕመድ ኣብ
ፖለቲካዊ ናጽነትን ሶማልያ ብምግንዛብ፡ ምልዓል ንዝርከብ ኩሉ ዓይነታት እገዳ ብቐዳማይ ሚኒስተር ኣቢ ኣሕመድ፡ ፈደራላዊት ሪፓብሊክ ሶማልያ መሓመድ ኢትዮጵያ ዘካየዶ ናይ ክልተ መዓልታት
ጽኑዕ ደገፎም ንህዝቢ ሶማልን ፈደራላዊ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ብሓጐስ ከምዝቕበልዎ ከምኡ’ውን ብህዝብን መንግስትን ኢትዮጵያ ዓብዱላሂን ኣብ መወዳእታ፡ ዝመጽእ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ዛዚሙ፡ ትማሊ 10
መንግስቲ ሶማልያን ኩሎም ትካላቱን ብምግላጽ፡ እዚ ናይ ፍትሒ ተግባር፡ ኣብ ኣብ ታሪኻውያን ከተማታት ጎንደርን ባህር- ሳልሳይ ርክቦም ኣብ ሞቓዲሾ ክካየድ ሕዳር ኣብ ሰዓታት ድሕሪ-ቐትሪ ናብ ሃገሩ
ብምንጻር፡ ንምስፋን ሰላምን ምትሕብባርን ምድንፋዕ ሰላም፡ ልምዓትን ምትሕብባርን ዳርን ንዝተገብረሎም ምዉቕ ኣቀባብላን ተሰማሚዖም። ተመሊሱ።

ሃማደኤ - ንቕሓት ኣባላቱ ንምብራኽ ንጥፈታቱ ከም ዘሐይል ኣረጋጊጹ


ሃገራዊ ማሕበር ደቂ-ኣንስትዮ ኤርትራ፡ ማሕበር ብ9 ሕዳር ንሓለፍቲ ጨናፍር፡ ወ/ሮ ተኽኣ ተስፋሚካኤል “ታሪኽ ቃልሲ ዝተጠርየ ጽቡቕ መንፈስ ተዓቂቡ፡ ኤርትራዊት ጓል-ኣንስተይቲ፡ ማዕርነታ
ንቑሕ ተሳትፎን ኣበርክቶን ኣባላቱ ኣብ ንኡስ ጨናፍር፡ ከምኡ’ውን ቦርድ ኤርትራዊት ጓል-ኣንስተይቲ፡ ሃገር ኣብ ምውርራስ ክብርታትን ምጥፋእ ብተሳትፎኣን መስዋእትነታን ከም
ሃገራዊ መደባት ክብ ንምባል ኣበርቲዑ ሚኒስትሪታትን ፈደረሽናትን ኣብ ዘካየደቶ ኣብ እትጠልቦ ብምሉእ ዓቕማ እጃማ ጎዳእቲ ልምድታትን ሕመረት ኮይኑ ዘረጋገጸት ዝጠቐሰት ወ/ሮ ተኽኣ፡ ናይ
ይሰርሕ ከምዘሎ፡ ፕረዚደንት ናይ’ቲ ሰሚናር ገሊጻ። ምብርካት’ዩ” ድሕሪ ምባል፡ እዚ ኣብ ክቕጽል ተላብያ። ሎሚ መንእሰያት፡ ነዚ ኣብ ታሪኽ ኤርትራ
ዓቢ ቦታ ዘለዎ ምዕሩይ ተሳታፍነት ጓል-
ኣንስተይቲ ወሪሰን፡ ንዝበለጸ መጻኢ
ኣበርቲዐን ክሰርሓ ኣዘኻኺራ።
ምዕቃብን ምሕያልን ሃገራውን
ሕብረተሰባውን ክብርታት፡ ብቐዳምነት
ንደቂ-ኣንስትዮ ከምዝምልከት ጠቒሳ ድማ፡
ኩለን ሚኒስትሪታት፡ መድረኻት ምንቃሕን
ምውርራስን መንእሰያት ብሓፈሻ፡
መድረኻት ምብህሃል ደቂ-ኣንስትዮ ድማ
ብፍላይ ከተኣታትዋ ተላብያ።
ኣብ መወዳእታ ተሳተፍቲ፡ ዝተዋሃበን
መብርሂ ንዝነበረን ንቕሓት ዘበርኽ፡
ታሪኻዊ ድሕረ-ባይታ ዘስንቕን መደባት
ማሕበር ንምዕዋት ኣዝዩ ዝሕግዝን
ምዃኑ ብምሕባር፡ ማሕበረን ዝትልሞ
መደባት ንምዕዋት ብዝለዓለ ከምዝሰርሓ
ስ/ ናዝሬት በይን
ኣረጋጊጸን።
ሓዳስ ኤርትራ መበል 28 ዓመት ቁ.62 11 ሕዳር 2018 - ገጽ 2

ዳየሪ የሪ 11 እዚ ደኣ ኖርማል እንድዩ


ዳ ዳየሪ ሕዳር
24 ሕዳር 2018 ሞሎቨር

ኣብ ገለ እዋን ምስ ጸሓይ ዘሎኒ ፍቕሪ ኣይከም ናይ ሳዋን። እታ ኣብ


ገዛ ንግሆ ኣብ ምድቃሰይ፡ ናይ ወጋሕታ ጣዕማ ዳርጋ ከየስተማቐርኩ’የ
ካብ ዓራተይ ዝበራበር። ደቂ-ገዛውተይ ንገጾም ዝበሉዋ ኩባያ ማይ
ሱራፌል ተስፋብሩኽ እናተጸለዉ’ዮም ጸወታ ዝፍልሙ። ሕጂ ግን ምስ ደቂ-መስርዐይ
ዝሓለፈኒ፡ ዋላ ደኣ መቐረቱ ክንዲ ናይ ገዛውተይ ኣይዅን፡ ምስ ህያባት
ሞሎቨር ግን ካልእ ጸወታ’ዩ ዳየረይ። ንእሽተይ እንተ ኣዕለልኩኺ ከመይ?
መራሒ ሓይልና መጺኡ “ሳልሳይ ሓይሊ ኣትን ባርዕ! ያላ ውጻእ፡” ምስ

ምንባር በለና ኣነ፡ ሃኒ፡ ዋወ እናተቓዳደምና ካብ ገዛና ወጺእና። ኣብ መስርዕና


ኣቲና እናኸድና ኣብ መንጎ ዓወት “እውይ…!” ምስ በለት ኣነን ሃኒን
“ቀዲምናኪ ርኢናያ፡” ኢልናያ። ካብኣስ ቀዲመ ኢላ’ያ። ንጸሓይ ክንርእያ
14 ግንቦት 2018 ንቀዳደም ኢና። ኣብ መንጎ ክልተ ጎቦ ተቐርቂራ ዘላ ክትመስል መሊሳ
8:45 ድ.ቐ. ኸኣ ንታሕቲ ትኣቱ። ደስ ክትብለካ ‘እውይ ኣትያ ክላእ!” እናበልና
መሊስና ንቀዳደም።

ድሕሪ ንጸሓይ መን ርኣየ ንጓየዮ፡ ሰበይ ክትሸይን ንሕና ኸኣ ጋባ


ክንኣሪ ኢና ንቀዳደም። እምኒ እናሰደድና ዝረገፈ ጋባ እናበላዕና፡
ከይተፈለጠና ፊስካ ትህረም። ዝኣከብናዮ ጋባ እናኣንጠብና ድሕሪ ዅሉ
ሰብ ኣብ መስርዕና ንኣቱ። መራሒ ጋንታና ክብሮም “ንሰለስተኽን
ድሓን ከርእየክን እየ፡” ኢሉና። ገዛና ቀልጢፍና ኣይንድቅስን ኢና።
ከነዕልል፡ ክንጻወት 11፡00 ወይ 12፡00 ኢና ንድቅስ። ወጋሕታ ተንሲእና
ጥሕንና በጽቢጽና ሰቲና፡ ኮንብላሴንና ተኸዲንና፡ ንታዓሊም እናሓሰብና፡
“ብጩራ ወጋሕታ ኣዕዋፍ ክዝምራ ኣፈወርቂ እዩ። ኣከዳድናኡ፡ ኣቀማቕማኡ፡ ምንባር ክትፈልጢ ደሊኺ ሶፍያ!?” በለኒ። “ሎሚ መዓልቲ ናብ ጸሃያይ ኢና፡” ምስ በለና ደስ ከይበለና ተበገስና።
ከም ትማል ከም ጽባሕ መዓልተይ ኣላጽያ ጭሕሙ ከይተረፈ ከም ናይ ሶፍያ ካብ መጽሓፍ ሶፍያ ዘጠመቑኒ ስም ዘይተርፈካ ጋሻስ ኣጥቢቕካ ስዓሞ ከም ዝብሃል ተሓጋጊዝና ቀልጢፍና
ጀሚራ ኣብርሃም ክገብሮ’ዩ ዝቃለስ። ንዅሉ እያ። እንታይ ማለቶም ምዃኑ ፈሊጠዮም ወዲእናዮ። ሞራል እናገበርና ኣብ ኣፍደገ ምስ በጻሕና ኸኣ፤
ምንባር ንግሆ-ንግሆ ምጅማር…” ጕዕዞ ታሪኽ ኣብርሃም ክፈልጦ ነዊሕ እየ። ኣነ’ውን ኣይጸላእኩዋን።
ኣ.ኣ. ጽዒሩ። ይውሓድ ይብዛሕ ምስ ፈለጦ “ካብ ሶፍያ ክትብሉኒ ግን ሶንያ በሉኒ፡” “መጺእና ኣለና... መጺእና ኣለና... ሻሹ ማይ ቀርብልና፡” እናበልና፡
ንገለ ኣምራት ተንቲነ ክፈልጦም ሓደ ኢሉ ኣሰሩ ክስዕብ ጀሚሩ። ንገለና እብሎም ነይረ። “ሶንያ” ከኣ ኣብ መጽሓፍ ሻሹ ኸኣ ማይ ቀሪባ ትጸኒሓና። ሻሹ መስኪን ሕማማ ጸይራ ማይ
እንተ ኽኢለ ዝረኽቦ ሓቂ ይህሉ ጽላለ ኰይኑ ተሰሚዑና። “CRIME AND PUNISHMENT” ክትመላልእ ከየዕረፈት ትጸንሓና። ተሓጺብና ክሳብ ምሳሕ ዝኣክል
ይኸውን ኢለ’የ ሓሲበ። ምስ መሓዙተይ፡ “ንኣብርሃም ዘይኰነ ብኣብርሃም ናይ ፍዮደር ዶስኪዮቪስኪ ዘላ ጠባይ ደቀስና። ተመሲሕና ምስ ወዳእና ኸኣ ሰለስተና ንበኣስ። እስኳዴላ
መማህርተይን ካልኦት እኩባት ፈለጥተይን ተደሪኽካ ነብሲኻ ክትመስል ይሕሸካ፡” እያ። ልበይ እትው ካብ ዝበላኒ ጠባያት ዝሓጽቦ ‘ንስኺ ኢኺ.. ንስኺ..” ክንብሃል ከየዕረፍና ሰዓት 2፡00 ድ.ቐ.
ኣብ እንራኸበሉ ብቐጻሊ እናሓተትኩ ኢልናዮ እቶም ወርጺጽና እንብሃል። ናይ መጻሕፍቲ እያ። ኣብ ንራኸበሉ ኰይኑ።
ክርድኦም እፍተን እየ። ፍቕሪ (ፍቕሪ “ብዅሉ እንተናይ ከም ኣብርሃም እዋን ሕቶ ብሕቶ ምስ ገበርኩዎም ግን
ወዲን ጓልን) ብብዙሕ ኣንጻር ዝዀኑ “ኮንብላኽን ምለሳ” ምስ ተበሃልና ዳርጋ በኺና፣ ዕረፍቲ እዩ መሲሉና
ኰይኑ እንታይ’የ ዝኸስር? እስከ ንገሩኒ ሶፍያ ስዒራ።
መግለጺታት ክወሃቦ ይነብር ኣሎ። ነይሩ። ካልእ እዋን ነዕርፍ ኢና ነይርና። እናኸድና መራሒ ሓይልና
እንታይ’የ ዝኸስር? ንዓለም በቲ ኣብርሃም ኣራም ሞባይሉ ኣውጺኡ መስምዒ ኣብ
“ፍቕሪ እንታይ እዩ?” ኢለ ሓቲተ “ሞራል ግበራ፡” ይብለና። ንሕና ኸኣ ኣስቅጥ፣ ሰልችዩና እዩ ነይሩ። ኣብ
ዝርእያ ገይረ እንተ ረኣኹዋ እንታይ’የ እዝነይ ወቲፉ፡ “ንስኺ መልሲ ሕቶኺ
ነይረ። ሞራል ዘሎ ስምዒት፡ ህልኽ፡ ካብቲ ፍሉይ ዝኽሪ ዘሎኒ’ዩ። ግን ምስቲ
ዝኸስር? ንህይወት በቲ ናይ ኣብርሃም ስምዒ፡ ንሕና ካልእ ሕቶ ከይጀመረት
“ጽልኢ እንታይ’ዩ?” እውን ኢለዮም። ደቂስና ምንባርና ዝጅምር ተሳኢኑ። “ክትከፍኣክን እያ፡” ምስ በለ ግን
ኣጠማምታ እንተ ጠመትኩዋኸ እንታይ’የ ካልእና ቀልጢፍና ነዕልል፡” ኢሉ “ምንባር”
“ዕላማ እንታይ እዩ?” ኢለ ሓቲተ። ጀሚርና፤
ዝኸስር? ከም ኣብርሃም ፈታዊ እትብል ደርፊ ኣብርሃም ኣ. ወልዓለይ።
“ውሽጣዊ ሰላም?” ትምህርቲን መጽሓፍን፡ ፈተዊ ፍጡር እዛ ደርፊ ሳሕቲ እሰምዓ እየ። ክንዲ “ወርሒ ወጽአት ሸተት ንገዛየ... ሸተት ንገዛየ
“ትሕተ ውኖ ዝብሉዎ እንታይ?” ሰንብን እንስሳን፡ ፈታው ስድራኡ፡ ናይ ሎሚ ገይረ ሰሚዐያ ኣይፈልጥን።
መቸም ወዘተረፈ ኢልካ ናብዚ ናይ ፈታው ኣዕሩኽቱ፡ ፈታው ዓዱን ደቂ- ናይ ኣብርሃም ደርፊታት ቍምነገር ሕቝፍ ስዕም ማማ መዓረየ... ማማ መዓረየ፡”
ሎሚ ኣርእስተይ ምስጋር ይሓይሽ። ዓዱን እንተ ዀንኩ እንታይ’የ ዝኸስር? ኣይሰኣኖን እኳ እንተ ዀነ ከምዚኣ ገይረ እናልና ገለና ንበኪ፡ ገለና እናሰሓቕና፡ ነታ ፍቕሪ ነናይ በይንና ግን ሓደ
ካብቶም ብዙሓት ውሑዳት ለባማት ዝኣረገን ዝነኣሰን ወዲ ዓድና ‘ናይ መን ግን ኣይፈተኹዎን። ንምንባር እንታይ ሕያውነት እትውንን ኣደ ምስ ምሉእ ናፍቖት ከም ዘለና እትገልጸልና
ከም ዝህልዉ እፈልጥ እየ። ውሑዳት ደርፊታት ክትሰምዕ ደስ ይብለካ?’ ኢልካ ከም ዝብላ እንሀልኪ… ንደጋግማ። ናብዚ መምጽአይ እተፈላለየ ስምዒታት ክለማመድ ምዃኑ
ከኣ ወረጃ ማዕዶ ኣይሰኣኑን። ምስ ሓተትካ፡ ንኣብርሃም ከይጠቐሰ “ምንባር፡ ንግሆ ንግሆ ምጅማር!” ፍሉጥ’ዩ። ተደፋኒቕና ምኻድ ከይንኣብዮ ግዲ ሰጊኡ፡ ኣብ መንጎ “ደርፊ
ኣብዚ ቀረባ ግዜ “ንኽትበልዕ ዲኻ ዝሓልፍ ዘጋጥሞም ሰብ ብኣጻብዕቲ “ምንባር፡ ዕላማ ናይ ሓባር!” ቀይራ፡” በለና። ደስ ከይበለና ሓንቲ ሞራል ጀመርና።
ትነብር፡ ዋላስ ንኽትነብር ኢኻ ትበልዕ” ጥራይ ምተቘጽሩ። ገዛና ኣብርሃም “ምንባር፡ ከይረብረብካ ምጽዋር!”
ዝብል ኣርእስቲ ኣምጺኡ ሓደ መሓዛና ክብሉኒ ዝግብኦም ዝነበረ፡ ኣራም ኢሎም “ምንባር፡ ንዘለካ ምፍቃር!” “እዚ ደኣ ኖርማል እንደዩ
ኣካቲዑና። ሽዑ ሓደ ሕቶ ተላዒሉኒ። ምስ ጸውዑኒ’ዩ ኣምላኽ ተቘጢዑ ሕማቕ “ምንባር፡ ተፈቲንካ ምንባር!”
ኖርማል! ኖርማል! ኖርማል…
“ምንባር ንባዕሉኸ እንታይ እዩ?” ድምጺ ሂቡኒ፡” ኢሉ’ዩ ኣፍና ዘትሕዘና “ምንባር፡ በሊሕካ ምንባር!”
ንበይነይ ብዙሕ ግዜ ሓሲበላ እየ። ኣራም። ኣብርሃም ዘጽንዖም ዓውዲታት “ምንባር፡ ሓያል ምዃን ጸዋር!” ካልእ ከማን ክስገር እዩ፡”
ንምንባር በየናይ ዓይኒ ክርእያ ኢለ ምስ ፈለጦም ኣብ ገዛኡ ጠቂዑ’ዩ “ምንባር፡ ሸውዓተ ግዜ ወዲቕካ
ሓሲበ። ሓሳበይ ዋጋ ስለ ዘይሃብኩዎ ክትንስእን ክድቅስን ዝርእዮም። ምስ በልና ንሕና፡ ነቲ ድሕሪ ገዛና ዘሎ ህይወት፡ ብዓቢኡ ህይወት ኣብ
ሸሞንተ ግዜ ምትንሳእ!”…
ሕቶይ ብመሓዙተይ እየ ጀሚረ። “ምንባር እንታይ’ዩ?” ኢለ ምስ ፈተነ ከም ትምቅር ኣብ’ዚ ኣረጋጊጸ። ክንዲ ጎቦ ኰይኑ ዝስመዓኒ ዝነበረ
እዛ ደርፊ ብምልእታ ጥቕሲ ህይወት
ሓደ ካብ መሓዙትና ኣራም ዝብሃል ሓተትኩ ኸኣ ፍሽኽ ኢሉኒ። ኖርማል ኰይኑ ጸኒሑኒ። ዋላ ንመሓዙተይ። ብኻልእ እተረዳአ ግን እቲ
እያ። ሰብ ሓደ ሓደ ግዜ ጸግዒ ዝዀኖ
ኣሎ። ዕሉል ደጋፊ ድምጻዊ ኣብርሃም “ምንባር! ምንባር! ምንባር! ብዛዕባ ምስ ጀመርካዮ ዘስሕቐካ ሓደ ዝገብረካ መቕጻዕቲ ኣጋቢዙና። ትም
ጥቕሲ የድልዮ እዩ። ካብዛ ደርፊ
ብትም ጕዕዞ ጀመርና። ቍሩብ ምስ ከድና ባዕልና ክንደርፍ ጀሚርና።
መንፈስና ዘህድእ፡ ዘዕቢን ዘጸናንዕን
ናብራ ሞሎቨር ተባሃጊ’ዩ። ኵሉ-ምሉ ንፋሱ፡ ዛሕሉ፡ ኣብ ቅድሜኻ ለም
ብዘይካ ሰኑይ መዓልታዊ እትሕተም ጋዜጣ ነናትና ጥቕሲ ክንወስድ ንኽእል ኢና።
ዝብል ጀራዲን ደስ ዘብል ጠሊ’ዩ ዝስሕብ። ዳየረይ በሊ ምስ ናይ ጽባሕ
ደጋጊመ ሰሚዐያ ኣይመነኹዋን።
ዋና ኣሰናዳኢ ገሊኡ ከይሰማዕኩዎ ይሓልፈኒ ስለ ዘነበረ
ገለመለ የራኽበና። ልዋም ለይቲ።
ኣስፍሃ ተኽለማርያም እናመለስኩ በብሓደ ፍረ ነገራ ሰሚዐዮ።
ናእሚ ተ.
ቍ.ስ 116266 / 201820(2220) ብዘይ መጠን ፈትየያ። ምፍታው ጥራይ
ኣይኰነን፣ ኣብዛ ንእሽተይ ናይ ህይወት
ቦርድ ምስንዳእ ተመኵሮይ ዝሓለፍኩዎም ነገራት በዚ
ብርሃነ ምሕረትኣብ ስምዒት ናይዛ ደርፊ ርእየዮም ዝፈልጥ
ዮሴፍ ሃይለማርያም ኣጋጣሚ እፍትሽ ነይረ። ሓንቲ ምርካበይ
ምሉእብርሃን ሃብተገብርኤል
ኤርምያስ ገብረልዑል
ኣዝዩ ኣሐጐሰኒ።
ሺሃብ ኣርኣያ መሓዙተይ ኣብ ግዜ ሽግረይ ካባይ
ቍ.ስ 201820 (2214) ዘይተፈልዩ እሙናት ጸግዒ እዮም።
ፋክስ። 127749 - ቍ.ሳ.ጶ. 247 ኣብዛ ምሸት ንመጀመርታ ግዜ ናጽነት
ረኺቦም ድላዮም ከዕልሉ ክኢሎም። ኣነ
ምዝርጋሕ ጋዜጣ ናጻ ክገድፎም ፈትየ ኣይኰንኩን። ግን ነዛ
ቍ.ስ. 200454-07121322
ሕቶይ ገና መሊሰ ከዕምቛ ተስፋ ኣሎኒ።
ምልክታ
ቍ.ስ. 125013 - ቍ.ሳ.ጶ. 1284 እዋይ እዞም ደቀይ ቀልጢፎም ክዓብዩለይ
ማራ ተሃዊኸ ኣለኹ። ከመይ ገይረ ድየ
ለይ-ኣውት ክገልጸሎም! ከይርስዖ ግን ንስኺ ምዕቋር
ኤደን ሃብተኣብ ሰማያዊት ሓይለኣብ ኣይመነውኪ ዳየረይ ሓላለይ።
ሳምራዊት መለስ
ሳራ ኣለም
ሶፍያ (ጓል ስዒድ)
ሓዳስ ኤርትራ መበል 28 ዓመት ቁ.62 11 ሕዳር 2018 - ገጽ 3

ካ ውድድር ኦሎምፒክ
ብዝን
ብትን
ሳሮን ሰርጹ
ዝምድና ኣትክልትን እንስሳታትን

እቲ ናይ መጀመሪያ ውድድር ስፖርት ተዅሲ (shooting expert)


ኦሎምፒክ ኣብ ጥንታዊት ሃገረ ክኢላ እዩ። ኣብ 1908 እታ ናይ
ግሪኽ ከም ዝጀመረ ይፍለጥ። መጀመሪያ መዳልያ ተሸሊሙ እዩ።
ፈለማ ኣብዚ ጸወታ ደቂ ተባዕትዮ እዚ ድልዱል ንጡፍ ዝነበረ ሰብኣይ
ጥራይ’ዮም ክሳተፉ ዝፍቀደሎም ኣብ 60 ዕድሚኡ እዩ ውድድሩ
ኔሩ። ኣብዚ ሎሚ እዋን ካብ ኩሉ ኣካይዱዎ። ድሕሪ ቀዳማይ ኲናት
ኩርንዓት ዓለም ዝመጹ ተወዳደርቲ፡ ዓለም፡ ስዋሃን ናይ መወዳእታ
ወርቂ መዳልያን ካልኦት ሽልማትን ውድድር’ዩ ኣካዪዱ። ወዲ 72
ክሽለሙ ይረኣዩ ኣለዉ። ኣብዚ ዓመት እንከሎ፡ ናይ መጨረሻ
ውድድር፡ ናይ ኣትለታት ውድድር ውድድሩ ዘካየደ ኦስካር ስውሃን
ክቐውም እንከሎ፡ ኣዝዮም ብዙሓት ብሩር መዳልያ እዩ ተሸሊሙ። ኣብ መርበብ ናይ ምንባር ዝተፈላለዩ ኣብ ርእስና ዝመጽእ እንስሳ ንህብን ብምዃኑ፡ ኣዝዩ ፍሉጥ እዩ። ኣብዚ
ጀጋኑ ድማ ፈሪዮም። ተወዳደርቲ * ኣብ 1936 ዝተኻየደ እንስሳታት፡ ምስ ዝምችኦም ፍጥረታት ካልኦት ካብ ዕንበባ ናብ ዕንበባ ዝሳገሩ ልሙዕ ብተፈጥሮኣዊ ትሕዝቶ ኣዝዩ
ካብ ዝተፈላለዩ ቦታታት ክመጹ ውድድር ኦሎምፒክ በርሊን፡ እቲ ክሰማምዑን ክዋስኡን ይረኣዩ። ኣብ እንስሳታት’ዮም። ይኹን ደኣምበር ሃብታም ዝኾነ ጫካ፡ ኣዝዮም ብዙሓት
እንከለዉ፡ ኣዝዮም ብዙሓት ትራጀዲ ናይ መጀመሪያ ብቴለቪዥን መንጎ ዘራፍን ግዳይን፡ ተፈጥሮኣዊ ኣዝዮም ብዙሓት ዓይነት ኣትክልቲ፡ ዓይነት እንስሳታትን ኣትክልትን ይርከቡ።
ተፈጢሮም እዮም። ልዕሊ ሓደ ዝተመሓላለፈ ጸወታ ኦሎምፒክ ግጭት፡ ማለት ክነብሩ ክብሉ ዝገብሩዎ ኣብ ፍርያምነት መጥበውቲ እንስሳታት ኣብዛ ንነብረላ ምድሪ ብባህርያዊ ጸጋ
ዘመን ዘቝጸረ ጸወታ ኦሎምፒክ፡ እዩ። ቴለቪዥን ቅድሚ ምጉርፋጥ ይርአ እዩ። ኣብ ክልተ ይምርኮሱ’ዮም። ነዞም መጥበውቲ ኣዝዩ ሃብታም ብምዃኑ፡ ፍሉይ ቦታ
ኣብ ነፍሲ ወከፍ 4 ዓመት፡ ሃገራት ምትእትታዉ፡ ዝኾነ ጸወታ ብናይ ዝተፈላለዩ ፍጥረታት ምውሳእን እንስሳታት ንምስሓብን ምስዳዕን ተባሂሉ ይጥቀስ። ገለ ክፋል እዚ ጫካ፡
ካብ ክልቲኡ ጾታ ተወዳደርተን ሬድዮ ሓተታ እዩ ዝስማዕ ኔሩ። ምትሕግጋዝን የጋጥም እዩ። ገለ ኣትክልቲ ዝተፈላለዩ ዓይነት ዕንበባታት ‘ዱሮኣ ሂርሱታ’ ዝተባህለ ሓደ ዓይነት
የቕርባ። ቅድሚ ሬድዮ ምትእትታዉ’ውን ገለ ፍጥረታት ነንሕድሕዶም ስለ ከውጽኡ ኣለዎም። መጥበውቲ ገረብ ይርከቦ። ቀንዲ ደቀባት ኣማዞን
* ኣብ 2012 ዝነበረ ውድድር ድሕሪ’ቲ ጸወታ ዘጋጠሙ ነገራትን ዝጠቓቐሙ ክሰማምዑ ይረኣዩ እዮም። እንስሳታት ንምስሓብ ዝግበር ጨና፡ እዚ ዓይነት ገረብ ብሩኹስ መንፈስ
ኦሎምፒክ፡ ከተማ ለንደን ውጽኢትን፡ ብመንገዲ ጋዜጣ እዩ እዞም ዝስዕቡ ኣትክልቲ ምስ እንስሳታት ከምቲ ኩሉ ግዜ ሓደ ዕንበባ ዝህቦ ጨና (ሰይጣን) ዝተሰርሐ ምዃኑ እዮም
ዝምድና ዝገበሩ እዮም። ኣይኮኑን ዘውጽኡ። እዞም ኣትክልቲ ዝኣምኑ። እዚ ዓይነት ኣግራብ ዝርከቦ፡
፠ ጻጸን ኣካሽያ ዝዓይነቱ ገረብን፥ ገረብ ነዞም እንስሳታት ንምስዳዕ ዘዳልዉዎ ቦታ ድማ ናይ ‘ሰይጣን ጀርዲን’
ኣካሽያ ንሰራው፡ ጨዓ፡ ዓላ፡ ቀንጠብን ዕንበባ፡ ጅብናን ለቢቶን ዝጥዕም ጨና ኢሎም እዮም ዝሰምዩዎ። እዚ ዓይነት
መሞናን ዝኣመሰሉ ኣብ ትሮፒካዊ እዮም ዘውጽኡ። ገረብ ንምዕባለ ወይ ፍርያምነት ካልኦት
ክሊማ ዝበቚሉ ኣግራባት፡ ዚዝውተር በላዕቲ ሳዕሪ ዝኾኑ እንስሳታት ጥራይ ዓይነት ኣታኽልቲ ንምሽቝራርን
ናይ ሓባር ሽም እዩ። ጻጻ፡ ኣብ ገረብ ኣይኮኑን ኣብዞም ኣትክልቲ ዝምርኮሱ። ንምጥፋእን ፍሉይ ቀመም የፍርዩ። እዚ
ኣካሽያ እንተረኸብናዮ ክንግረም ቈጥቋጥ ዝዓይነቱ ገረብ፡ ነዚ በላዒ እቲ ሓደ መግለጺ ናይ ዓብላልነቶም
የብልናን። ምኽንያቱ፡ ምስዚኦም ስጋ ዝኾነ ምጹ ዝተባህለ ከም ተመን፡ እዩ። ከምቲ ዝተገልጸ ጻጸ ስፍርኦም
ዓይነት ኣግራብ ጥቡቕ ዝኾነ ስምምዕ ኣንጭዋ ዝምገብ እንስሳ፡ በዞም ኣግራብ ንምሕላው ዝምድና ምስ ኣታኽልቲ
ስለዘለዎም። እቲ ዝገርም ጻጸ ከመይ ከም ዝሰሓብ ይግለጽ። እዞም እንስሳታት ይገብሩ እዮም። መንበሪ ጻጸ ኣብ ጫካ
ኢሉ ምስዚ ዓይነት ገረብ፡ ጥቡቕ ዝኾነ ግዝኣቶም ቀልጢፎም ስለ ዘስፋሕፍሑ፡ ኣማዞን ክውስኽ እዩ ዝርአ። ግዝኣት ጻጸ፡
ዝምድና ፈጢሩ? ኣግራብ ብእንስሳታት ነዚ ገረብ ዓቢ ጥቕሚ እዩ ዘለዎም። ኣብዚ ጫካ ብኣሽሓት ዝቑጸር መንበሪ
ክብልዑ ዝኽእሉ ምዃኖም፡ ኩሉ ግዜ ፠ ዝለዓለ ማይ ዝርከቦ ጫካ ኣማዞን፡ እዩ ዘለዎም፡ ብሚልዮናት ዝቑጸሩ ጻጸ
ንሓደጋ ምስ ተቓልዑ እዮም። ካብ ዝተፈላለዩ ፍጥረታት ዝሕዝ ጫካ ድማ ይርከቡዎ።
በላዕቲ ኣቑጽልቲ ዝኾኑ እንስሳታት
ንመጀመሪያ ግዚኣ ኣይኮነትን ዝፍለጥ ኔሩ። ኣብዚ ሎሚ እዋን
ኣአንጊዳቶ። ለንደን፡ እታ ናይ እዚ ብቐጥታ ዝመሓላለፍ ጸወታ
ንምክልኻል፡ እዞም ኣካሽያ ዓይነት
ኣግራብ፡ ዓርዓር መቐረት ዘለዎም መልሲ ሕቶ ዝተዘባረቐ ቃላት
መጀመሪያ ነዚ ዘበናዊ ውድድር ብዓበይቲ ቴለቪዥን፡ ዳርጋ ብኣካል በላሕቲ ኣእሻዅ የማዕብሉ። ብተወሳኺ
ኦሎሞፒክ ሰለስተ ግዜ ዘአንገደት ትሳተፍ ዘለኻ ኣምሲለን የርእያና ካብ ዝኾነ ጸላኢ ክከላኸሉሎም ንምባል፡ ኣቤል ነጋሲ ካብ ካናዳ
ከተማ እያ። ኣለዋ። ኣብ 1936 ምስ እንምለስ፡ ነዞም ጻጸ ባርያ እዮም ዝገብሩዎም። ደጋዊ ክፍሊ ኣካላትና
* ግሪኻዊ ዲሚትሪኦስ ድብዝዝ ኢሉ ጸሊምን ጻዕዳን ጻጸ ንኣካሽያ ዝዓይነቶም ኣግራብ፡ ካልኣይ ክፋል
ላውንድራስ፡ ምርኢት ጅምናስቲክ ሕብሪ ዘርእያ ቴለቪዥን እየን ከም መንበሪኦም እዮም ዝጥቀሙሉ።
ዘቕርብ መንእሰይ እዩ። ንሱ ኣብ ኔረን። ጸወታ ኦሎምፒክ ብዓለም ኣካሽያ ዝዓይነቶም ኣግራብ ነዞም ካብ
1896 ብዝተሳተፎ ውድድር፡ ደረጃ፡ ካብ 1960 ኣትሒዙ እዩ ጸላኢ ዝከላኸሉሎም ጻጸ መዕቆቢ ገዛ
ብሮንዝ መዳልያ ተሸሊሙ እዩ። ክፍኖ ጀሚሩ። ንምርካብ፡ ገጂፍ ውሽጡ ጥርሑ እሾኽ
ክሳብ ሎሚ እዋን ብዕድመ እቲ * መኽፈቲ ውድድር ኦሎምፒክ፡ ይሰርሑ። ብዝያዳ ነዞም እኹላት
ዝነኣሰ መንእሰይ ኣብ ውድድር ብዝዓበየ ኣገባብ እዩ ዝካየድ። ዓበይቲ ጻጸ ንምስሓብ ምቁር ምጽምጸን
ኦሎምፒክ ዝተወዳደረን ዝተዓወተን ሃገራትን ከተማታትን ነዚ መኽፈቲ ብፕሮቲን ሃብታም ዝኾነ ነገራትን
ተባሂሉ ድማ ይዝከር። ዲሚትሪኦስ ዝኸውን ብዙሕ ወጻኢታት እየን የፍርዩሎም። ከምቲ ዝግበረሎም ናይ
ላውንድራስ (Dimitrios ዝገብራ። ፈለማ ዝካየድ ዝነበረ እንቋዕ ደሓን መጻእኩም ቀረብ፡ ኣብ
Loundras) ኣብዚ ውድድር ውድድር መኽፈቲ ጽምብል ሓንቲ ገረብ ኣካሽያ ኣስታት 30 ሽሕ
ክሳተፍ እንከሎ፡ ወዲ 10 ዓመትን ኣይካየደሉን’ዩ ኔሩ። ኣብ 1908 ኣብ ዝኾኑ ጻጸ ይርከቡ። እዞም ጻጸ፡ ኣብዚ
218 መዓልታትን እዩ ኔሩ። ከተማ ለንደን ዝተኻየደ ውድድር ውሽጢ ገረብ ኮይኖም ይሃድኑ፡ ካብ
* ጉያ ማራቶን፡ ኣብዚ ውድድር ኦሎምፒክ፡ እቲ ናይ መጀመሪያ ጸሓይ ጩራ ዝኽልክሎም ኣቑጽልቲ
እቲ ዝኸበደ ስራሕ እዩ። ጫማ መኽፈቲ ዝተገብረሉ ውድድር ይቖርጹን ገረቦም ክወርር ዝመጸ ድማ
ዝሰርሓ ፋብሪካታት፡ ንተወዳደርቲ እዩ። ከጥቅዑን ይረኣዩ። እዚ ዓይነት ገረብ
ዝተፈላለዩ ጫማ እየን ዘዳልዋሎም። * እዚ ኣብ ነፍሲ ወከፍ 4 ዓመት ቀንዲ ተኸላኻሊ ዝኾነሉ ጻጸ፡ መግቢ
ኢትዮጵያዊ ተወዳዳራይ ኣበበ በቂላ፡ ዝካየድ ውድድር ተሰሪዙ ይፈልጥ ክምእርር ንደገ ክወጽእ ኣይደልዮን
ኣብ 1960 ኣብ ሮማ ዝተኻየደ እዩ። ዘመናዊ ውድድር ኦሎምፒክ
እዩ። ኣብ ዘፍርዮ ምጸምጸ ካልእ ዓይነት
ጉያ ማራቶን ተዓዊቱ ወርቂ ኣብ ዝሓለፉ ግዜያት፡ ሰለስተ ግዜ
ተሰሪዙ እዩ። ብሰንኪ ኲናት ዝስረዝ ሽኮር ከይበልዑ ብምባል፡ ‘ኢንዛይም’
መዳልያ ተሸሊሙ’ዩ። ንሱ እቲ ዝነበረ ውድድር ኦሎምፒክ፡ ኣብ ይውስኹሉ እዮም። እዚ ማለት ሓደ ጻጸ
ናይ መጀመሪያ ወርቂ መዳልያ 1916 በርሊን ብሰንኪ ቀዳማይ ኣብዚ ገረብ ለሚዱ ናብ ካልእ ክቕይር
ዝተሰለመ ኣፍሪቃዊ ተወዳዳሪ እዩ። ኲናት ዓለም፡ ኣብ 1940 ከተማ ምስ ዝፍትን፡ ብሰንኪ ጥሜት ናብ ሞት
እቲ ዝገርም፡ ነዚ ጸወታ ጥራይ እግሩ ሄልሲንኪ ከምኡ’ውን 1944 ኣብ ክቃላዕ ይኽእል።
(ጫማ ዘይብሉ) እዩ ወዲኡዎ። ከተማ ለንደን ብሰንኪ ካልኣይ ፠ እንስሳታት ንኣትክልቲ ዘጽግዩ
* ኦስካር ስውሃን፡ ሽወደናዊ ናይ ኲናት ዓለም ተሰሪዞም እዮም። ኢልና ክንሓስብ እንከለና፡ መጀመሪያ
ሓዳስ ኤርትራ መበል 28 ዓመት ቁ.62 11 ሕዳር 2018 - ገጽ 4

ሺሃብ ኣርኣያ መዓልታዊ እንፍጽሞም ተግባራት ብቀጥታ ይኹኑ


ብተዘዋዋሪ፡ ሓጐስን ቅሳነትን ወይ ድማ ጭንቀትን ሕጕስ ንኽትከውን
ሓዘንን ንኽስዕብ ይጸልዉና’ዮም። እቶም ምንጪ

ኣብ’ዛ ዕለት ሓጐሶም ምስ ገንዘብን ንዋይን ዘየተኣሳሰሩ ሰባት፡ ነቲ


ሓቀኛ ትርጉም ሓጐስ ይፈልጥዎ’ዮም። እንተዀነ
ግን፡ ኣብ ህይወቶም ሕጉሳትን ዕጉባትን ዝዀኑ
... ሰባት ውሑዳት’ዮም። ካብ’ዞም ውሑዳት ክትከውን
እንተድኣ ደሊኻ ድማ ነዞም ዝስዕቡ ነጥብታት
1836 ዓ.ም. ቺለ ኣብ ልዕሊ ፔሩን ቦሊቭያን
ከተተግብር ፈትን።
ኲናት ኣዊጃ።
ኣብ ዘይምልከተካ ኣይትእቶ
1889 ዓ.ም. ዋሽንግቶን ዲሲ መበል 42
ተመራመርቲ ስነ-ልቦና፡ ብዛዕባ ካልኦት ምሽጋርን
ክፍለ ሃገር ኣመሪካ ኰይና።
ሓይልኻ ኣብ ዘይምልከቱኻ ነገራት ብምእታዉ
1918 ዓ.ም. ምዝዛም ቀዳማይ ኲናት ዓለም።
ብኸቱ ምጥፋእን፡ እንትርፎ ጓሂ መለሳ ከም
1925 ዓ.ም ቆዝማዊ ጸርጊ ብሮበርት ሚሊካን
ዘይብሉ’ዮም ዝሰማምዑ። ስለ’ዚ ካብ በለካ ለኽዓካ
ተረኺቡ።
ርሓቕ። ዘይምልከተካ ንምፍላጥ ኣይትተሃንጠይ።
1942 ዓ.ም ሰራዊት ጀርመን ንፈረንሳ
ግዜኻ ኣብ ክንዲ ኣብ ዘይትጭብጦም ነገራት
ተቖጻጺሩ።
ብምሕሳብ እተጥፍኦ፡ ኣብ ጠቃሚ ዝዀነ ነገር
1965 ዓ.ም ሮዲሳ ካብ ግዝኣት ብሪጣንያ
ከተውዕሎ ፈትን። ዝዀነ ጸገም ፍታሕ ኣለዎ። እንተገጢምካዮ ጥራይ ሕርቃንን ቅርሕንትን ኣወግድ
ሓርነታ ኣዊጃ።
ትስፍዉ ኩን ኢኻ ግን ነቲ ፍታሕ እትረኽቦ። ጽባሕ ካብ ሎሚ ብኻልኦት ክንብደል ንቡር’ዩ። ስለ’ዚ ህይወትና
1973 ዓ.ም ግብጽን እስራኤልን ስምምዕ
ሕጉስ ንኽትከውን - ትስፍዉ ክትከውን ከም እትሓይሽ ኣሚንካ ብተስፋ ተጓዓዝ። ካብ ተስፋ ብቕርሕንትን ቂምን ኣማሲንና ካብ ሓጐስ
ምቁራጽ ተዅሲ ከቲመን።
ኣለካ። ነቲ ኣብ ውሽጥኻ ዘሎ ኣሉታዊ ሓይሊ ቆረጽ ሰባት ድማ ርሓቕ። ኣይነርሕቃ። ሕጉሳት ሰባት፡ እቶም ይቕረ ብምባል
1975 ዓ.ም ናጽነት ኣንጎላ።
ብኣወንታዊ ሓይሊ ብምትካእ፡ ንኹሎም ነገራት ንነብስኻ ምስ ካልኦት ኣይተወዳድራ ልቦም ካብ ሕርቃንን ቂምታን ዘናግፉ’ዮም። ሕርቃንን
1995 ዓ.ም ምቕንጻል ቀዳማይ ሚኒስተር
ብኹሉ ኩርናዓቶም ክትርእዮም ፈትን። ካብ ሽግር ዝዀነ ሰብ ናቱ ፍሉይነት ኣለዎ። እንተተመላሊእና ቅርሕንትን ምንጪ ብዝሒ ደምን ሕማማት ልብን
ኢስራኤል ኢሳቕ ራቢን
ኣይትህደም። ግጠሞ። ሼኪስፒር ብዛዕባ’ዚ “ሽግራትና ኢና ድማ ዕዉት ህይወት ከነሕልፍ እንኽእል። ስለ’ዚ ካልኦትን ምዃኖም ኣሚንካ ኣወግዶም።
2004 ዓ.ም መራሒ ፍሌስጢም ያሲር
ዓይንና ዓሚትና ምስ ጠመትናዮም’ዮም ዓበይቲ ሓያልን ድኹምን ጎንኻ ብምልላይ፡ ነቲ ቀዳማይ ሕሉፍ ኣይትዘክር
ዓረፋት ዓሪፉ።
ኰይኖም ዝረኣዩና” ይብል። ክትጥቀመሉ ነቲ ዳሕረዋይ ድማ ከተበርትዖ ጸዓር’ምበር፡ ብዛዕባ ሕሉፍ ምስትንታንን ምብካይን እቲ
ምስ ካልኦት ምውድዳር ንግዜኻን ዓቕምኻን ብኸንቱ ዝሓጸረ መንገዲ ፍሽለት’ዩ። ሕጉሳትን ዕዉታትን፡
ኣጥፊኡ ኣደዳ ክሳራን ጓሂን ክገብረካ’ዩ። ቅዱስ ቅንኢ ካብ ሕሉፍ ብምምሃር ኣብ ሎሚ ኰይኖም ንመጻኢ
ብምቕናእ ከም’ቶም ብሉጻት ክትከውን ጸዓር። ኣነዶ ዝጥምቱ’ዮም። ኣብ ዝሓለፈ እዋን ዘጋጠሙኻ
ከምዚ’ውን ኣሎ እሓይሽ ንሱ ምባል ግን ግደፍ። ኣሕዘንቲ ፍጻመታት ኣይትዘክሮም። ምኽንያቱ ሓዘን
ኪኖ’ቲ ስነ-ልቦናዊ ሃስያኡ፡ ጥዕናዊ ሃስያታት’ውን
ስለ ዘለዎ። ዝሞተ ፈታዊ፡ ዝተኸስረ ገንዘብ፡ ዕድል፡

ዳግመ ኣፍቃሪ. . . ከም ዝሓለፉ ኣሚንካ ክትርስዖም ፈትን።


ብትማሊ ከተስተንትን ንሎሚ ከይትኸስራ።
ምንጪ ሓጐስካ ምስ ሰባት ኣይተተኣሳስር
ምምስራሕ ሕጉስ ንኽትከውን፡ ምንጪ ሓጐስካ ምስ ህላወ
ውሱናት ሰባት ኣይተተኣሳስሮ። ጓሂ፡ ኣብ መንጎ’ቲ
ኣብ ኢድና ዘሎን እቲ ሕጉሳት ንኽንከውን
ኣብ ከባብና ካብ ዘለዉ ኣገልግሎቶም ዝወድኡ
የድልየና’ዩ እንብሎን ነገር ዘሎ ጋግ’ዩ። ስለ’ዚ፡ ሕጉስ
ነገራት ብቕልል ዝበሉ ኣገባባት ዳግማይ ብምምስራሕ፡
ሰብ ኣብ ነብሱ’ምበር ኣብ ከባቢኡ ኣብ ዘለዎ ሰባት
ኣብ ጥቕሚ ከነውዕሎም ንኽእል ኢና።
ዘይምርኰስ’ዩ። “ምስ ኩስቶ እንተድኣ ሃልየ ሕጉስ’የ”
ኣገልግሎቶም ዝወድኡ ናይ ጠራሙዝ ብርጭቆታት
ኢልካ ትኣምን እንተዀይንካ፡ ኩስቶ ካብ ህይወትካ
ኣብ ክንዲ ምስባሮም፡ ከም ቢኬሪን መትሓዚ ሽምዓን
ምስ ተኣልየኸ? ምንጪ ሓጐስካ ካብ ውሽጥኻ
፨ ደቂሱ እንከሎ ሓፍቱ ብደገ ዓጽያቶ ዝኸደት ኢሚል ራትልበንድ ዝተባህለ ሆሎንዳዊ ግን ናብ መብራህትን ካልእን ክንሰርሖም ዘጸግም ኣይኰነን።
ክፍልፍል ኣለዎ። ዘይነጽፍ ሓጐስ ክትረክብ።
ዓብደላ ጠይብ ዝተባህለ ቱርካዊ መንእሰይ፡ ናይ ቤት ፍርዲ ብምኻድ ፍልይ ዝበለ ጠለብ’ዩ ኣቕሪቡ። ሓቂ ኣይትኽሓድ
ዩኒቨርሲቲ ወሳኒ ፈተና ስለ ዝነበሮ፡ ካብ’ቲ ኣብ ሳልሳይ እዚ ወዲ 69 ዓመት ስፖርተኛ፡ “ኣነ ኣብ ጽቡቕ ቁመና ሓቀኛ ሓጐስ ንሓቂን ክውንነትን ከም ዘለዎም ምስ
ደርቢ ዝርከብ መንበሪኡ ብፍኒስትራ ብምውጻእ ናብ ስለ ዝርከብ ዕድመይ ናብ 45 ዓመት ቀይሩለይ” እንቕበሎም’ዩ ዝርከብ። ስለ’ዚ ሓጺር መንገዲ ሓቂ
ታሕቲ ክወርድ እናፈተነ እንከሎ፡ በቲ ቦታ ትሓልፍ ክብል ይማጎት ኣሎ። ኢሚል፡ ዕድሚኡ ናብ 45 እንከለካ፡ መዓልታዊ ዝደጋገምን ኣደዳ ብስጭትን
ዝነበረት ናይ መጥፋእቲ ሓዊ መኪና ስለ ዝርኣየቶ፡ ዓመት ብምቕያር ዳግማይ ናብ ስራሕ ክምለስ ደቂ ጉድለት ርእሰ ምትእምማንን ዝገብረካ መንገዲ
ኣባላታ ብሰላም ናብ ባይታ ኣውረድዎ። ነቲ ኩነታት 40ታት ዝገብርዎ ክገብር’ዩ ዝደሊ ዘሎ። ካብ ሓካይም ሓሶት ኣይትጓዓዝ። ሓሲኻ እንተድኣ ክትሕጐስ
ንምጽራይ ናብ’ቲ ቦታ ዝመጽኡ ኣባላት ፖሊስ ድማ፡ ምሉእ ጥዕና ከም ዘለዎ ዘረጋግጽ መርትዖ ሒዙ ትሓስብ ኣለኻ፡ ዝገደደ ሳዕቤን ይጽበየካ ከም ዘሎ
ንዓብደላ ብማኪናኦም ናብ ቦታ ፈተና ከም ዘብጸሕዎ ዘሎ ኢሚል፡ ሕቶኡ እንተተሰሚዑ፡ ካብ መንግስቲ እመን። ሓሶት ክልተ ዓይነት’ዩ። ንኻልኦት ምሕሳውን
“ሑርየት” ዝስማ ቱርካዊት ጋዜጣ ኣብ ዓምድታታ ዝወስዶ ዘሎ ጥሮታ ደው ከም ዘብሎ፡ እንተተነጺጉ ንነብስኻ ምሕሳውን። እቲ ካልኣይ ዓይነት ድማ እቲ
ኣስፊራ። ግን፡ ናብ ኤውሮጳዊ ሕብረት ክጠርዕ ምዃኑ ይፍክር ዝኸፍአ ዓይነት ሓሶት’ዩ። ናብ ጽላለ ከምርሕ ዝኽእል
፨ ስምካ ምቅያር ኣብ መላእ ዓለምና ዝርአ ኣሎ። ኢሚል “ሰብ ስሙን ጾታኡን ክቕየር መሰል ዓይነት።
ተግባር’ዩ። ካብኡ ሓሊፉ’ውን ጾታኦም ባህ ዘይበሎም እንተድኣ ሃልዩዎ፡ ዕድሚኡ ዘይቅይረሉ ምኽንያት ግዜኻ ብኸንቱ ኣይተባኽን
ሰባት፡ ንዓይነት ጾታኦም ብመጥባሕቲ ክቕይሩ ንዕዘብ ኣይርኣየንን” ይብል ኣሎ። ቤት-ፍርዲ ሆላንድ እዛ ልቦናዊት ሓረግ ገና ህጻን እንከለኻ ክትሰምዓ
ኣለና። ውሳነኡ ኣብ መወዳእታ ታሕሳስ ከስምዕ’ዩ። ከም ዝጀመርካ ርዱእ’ዩ። ህጂ’ውን ክንደግመልካ
ኢና። ምኽንያቱ ሕጉስ ሰብ ንኽትከውን፡ ነዊሕ
ኣዛ ልዕሊ 60 ዓመታት ዝገበረት ስእሊ፡ ናይ’ታ ሰዓታት ኣብ ኣብያተ-መዘናግዒታትን ኢንተርነትን
ዛንታ ስእሊ ኣብ 1957 ዓ.ም ንመጀመርታ ግዜ ምስ ጸዓዱ
መዛኑኣ ንኽትመሃር ናብ ቤት-ትምህርቲ ሻርሎት
መቁረጺ ብርጭቆታት ጥርሙዝ እንተድኣ
ካብ ምጥፋእ፡ ውጽኢቱ ንዓኻን ንከባቢኻን ከሐጉስ
ኣብ ዝኽእል ዝጭበጥ ነገራት ኣብ ምዕያይ ከተውዕሎ
ዘይብልና፡ ናይ ጡጥ ፈትሊ ኣብ’ቲ ክንቆርጾ
ሃሪ ዝኣተወት ጸላም ስለ ዘለካ።
ዝደለና ቦታ ብተደጋጋሚ ንኣስር። ነቲ ፈትሊ
ኣመሪካዊት ዶሩሲ ፍሽለትካ ተቀበል
ኣልኮል ምስ ኣስተናዮ ብክርቢት ነቃጽሎ’ሞ፡ ነታ
ካውንትስ’ያ። ኣብ’ዛ ሕጉሳት ሰባት፡ ፍሽለት መጓዕዝቶም ምዃኑ
ጥርሙዝ ብጥንቃቐ ብምሓዝ እቲ ፈትሊ ብምልኡ
ስእሊ፡ እቲ ሽዑ ኣብ ልዕሊ ብምእማን፡ ደስ እናበሎም ንድኽመቶም ዝቕበሉን
ክሳብ ዝቃጸል ቀስ ኢልና ኣብ ዙርያኣ ነዝራ። እዚ
ጸለምቲ ዝነበረ ኣድልዎን ዝገልጹን’ዮም። ጉድለትካ ካብ ንኻልኦት ሰባትን
መስርሕ እናተኻየደ እንከሎ፡ እታ ጥርሙዝ ክትዕጾ
ሓያል ኒሕ ዝንበቦ ግዜን ምጽጋዕ፡ ካብኦም ተማሂርካ ዝበለጸ ውጽኢት
የብልናን። እታ ፈትሊ ምስ ነደደት ተቐላጢፍና ነታ
ገጽን ንዕዘብ። ንላግጽን ከተምጽኣሎም ተበገስ። ግዜ ንኹላትና ማዕረ ምዃኑ
ጥርሙዝ ኣብ ልብጥ ዝበለ ማይ ነእትዋ። እቲ ናይ
ታህዲድን መማህርታን እመን። ሰባት’ዮም ንግዜ ዝብድሉ’ምበር ንሱስ
ዋዒ ፍልልይ ድማ ነታ ጥርሙዝ ካብ’ታ ዝደለናያ
መምህራናን ዝተጻወረት ኣይብድልን’ዩ።
ቦታ ከም እትቑረጽ ክገብር’ዩ። ብድሕሪ’ዚ ንጫፍ’ታ
ዶሩሲ፡ ትምህርታ ብዝለዓለ ኣይትጠራጠር
ትርሙዝ ብምፍሕፋሕ ንዘይተስተኻኸለ ክፋል
መዓርግ ክትዛዝም ተጠራጣሪ ምዃን ዕንቅፋት ሓጐስ’ዩ። ውሳነ ኣብ
ድሕሪ ምዕራይ፡ ነዚ ኣብ ስእሊ ዘሎ ኣገባብ ብምስዓብ
ዝኸኣለትን ንጸለምቲ እትወስደሉ እዋን ኣይትተሃወኽ፡ ተጠራጣር’ውን
ብኬሪ ክንሰርሕ ንኽእል ኢና። ንዝያዳ ጽባቐ ድማ
ኣመሪካዊያን ተስፋ ኣይትኹን። ዝመሰለካ ውሳነ ውሰድ እንትተዓወትካ
ነታ ብኬሪ ብዝደለናዮ ሕብራዊ ምስልን ጽሕፈትን
ዝዀነትን ኣብነታዊት ግርም። እንተዘይተዓወትካ ድማ ብዝወሰድካዮ ውሳነ
ከነወቅባ ንኽእል።
መንእሰይ’ያ። “ብኻ” እናበልካ ኣይትጣዓስ።
ሓዳስ ኤርትራ መበል 28 ዓመት ቁ.62 11 ሕዳር 2018 - ገጽ 5

Üó

ǟêƭ
»ÓÐğŏ

ý Ģ ċ ė
ĄĉLJŴġïŊŕ

ǩğēƽģè āćľĉñĚ
ƄŊ ÿlj ƭNj ÿljȲ ƃ÷ƉǁƛȞôŚƄȡűƢśȳ ŶƖǎÿŴƶƉƄúƱŅôǡŅĔȳ
ÏǶėąƶȲÿĜęŶȡdžŊ÷dž ƄŊĄƢnjƆŘǎćŕƭƢŚȳ ƆŗƄŋdžȲ
ƏŶǧÐƆŴŅôȞĹǎƂǡƴƧŗ Ɔŗ ŊǻĈŚ ĜŶƉùƉù ƆŘĜŅdžŗÍƧŶljÿűŚȳ ƄűŊŶƆĩśdžȲ
ŊĉƗ÷ù ŴŊęƂ ƶƄö ƶŊù ƶűŅĔ ƢNjȲ ȎňŶ ňŶŶ
ĉġ ŅùƪȲ Ɔŗ ŊǻĈŚ ƆŶŕƜű ǦŶ Ŋƶā ƭdžűŚ ÏƬėĴùƭƆǂÐƃõȲ
ƱƛŘĉĴùƭűŅĔȳÿljǦƵ
Ɖĉŗ ùćNJ ƌŊŘ ƶűŊĔ÷ ljƘąƶȎŶüƄƌ÷Ŗǻėdž āƎĉŴ ġô ƶŕǡŊĔ÷Ŷ ƶǡŅĚƄŊıǎĄdžȲ
ŶƆĩśƭNjȲŴŊƌùƆŶƆĩś ƱdžƏűġƄŊĜňŚƶűŅĚȓņľ ŊƲā ƶƥǦƂ ĄǎïųŚ ġô ıǞùƆŴŅôȲ
Ɖŕć Ŋġėā Ɗùù ƧƬõ ƄĔƄƆDŽƆƧŶŅęŕƪȳƌŊ ƶƢĜljŚŶȲ Ŵdž ĄüƉĆƄ
Ŋùņ ƄĄġǣŲ ǎć ŴŊ ǡŶƱŊŊĹöõƎƛȞùƶƛƆù ƢŚĕƄŊÿğŅdžȲ
ŴŊ ǡƶƂ Ǝĉôġ ƆŴŅô
ƉúȲ ƌŊ ǡƶƂ ƉdžĴĔĜ ǡƶƂƉljȳ ƄdžűŅĔŶȳ ŅƳ ǎć Ɔśĉ āùȣƆŴŅôȲ
ġô ƶƢȓƁ ǻĈŚ ŕĜĄưȳ ġǎėʼnŘŶ ljįŶ ĄǶŶ Ɔŗ
ǎāĖ ŊƲā ƭĄŘŚȲ ƎƛȞùƶűŅĚǡŶƱŊƶāŊę ŅƳıǎĆƭdžűdžȲ
ǻĈŚ ŅęŗƯƨ ǎćȲ ƥ÷
ƆŘ ôƥñ ĜŅdžŗ ŊȓŲƯ ƢĔĹŚĉġĄȓƇĉȲƄƶLJĉ ŊƲāÍǁŊîǡȲ
ŶǡƶƂĉĉ÷ġĜƄűȳ
ÿĄĄŚȳ Ɔŗ āćć ƎŊǎ ĜŶŅNJȳ Ɔŗ ǏƎŕę ŴŊŗ
ƎȣŚŷňƯôdžȳ
ŴŊŗ ƄŊ ǻľƂ ƶűŅĔ ƶŅôġôƶűŅĔȲƄŊŗƶűŅĔś ƆŘĜŅdžŗƶűŅĔśƎȣöĉġ
Ɖŕć ƎŚāƉĉ ƄdžƉƄôŚŶȳ ĄȓƁȳƊúĉġǎėƄĉõƆ āǛĉġƭŅƗȲ
ƆŶnjħîƉdžNJƉdžŅùƯȲƆŕŶ
ƶűŅĔƇǡŶƱŊŶŴdžŚĉñęŖ āćć ƱdžűȎĔúĉ ÿƌdžĉȲ ƯǎĈƇĉ ĜĖĂĉ ƎƖȣùƨ ƎŶǎƂƄƘôȲ
ƢȑƃŘŚ ƉdžǧǎôƇ Ȟęüȳ ŶƶôƭôĄęĄėŴŊŗƶôƭô ŊƱdžƎƆõĄǶŶŴdžŗǡŶƱŊ
ƆŗŶĝƶǡŅĚȲƎȣŚŷƃôȲ
ġô ƶƜű űśĉ ƆŶnj ħî āƎĉŴ ƶűŅĚ ƌùƆ Ɖŕć ŕǾųĿĉĉ  űÿǎāǏĉ
ŶƆĩśƆŚŊ÷ƯŊűȑŶƛñŊƨ ôƄƛƥȳ űŗ ƶôƭô ÿƋĉ ƎǶćĄŖȎŶāƨȳ ƌŊǎƓŶƆŶnjǡŊĕȲĩǤėǡƳƄȲ
ƎÿśĉƢĜűȳŊƧĩǸƏdžŴ ŴdžŗƶƖljśòġȨŘùȲÏƌŊ ƧùƯƆŶŕÍŅùƊƨƄŊƄȞdžĬęĮĔȲ
ƶĔƄǁśÿŶŗŶƆĩśĜŅdžŗ ƉĉƳƶƄĄĜôƉŕćƶĄȎŚ ƊűŘśĉ ġô ƶŕĔǎƇȲ
ƄǤǹĉęƆǂȲ
ŴŊƂ ĄȐƄ ƆŶŘdž Ɖĉ ŊȓŲƯ ƶÿĄĄŚ ĜŅdžŗ Ɔŗ ĄǶŶ ǡŶƱŊ ŕȑþȣƨ
ƶljôǁ ÿŕŕśȳ Ŷĝ ǎć Ƅ÷ȲÐ ƶŊù ñȏȓ ĄùƆƛŗ ƶűŅĔ ƢĔĹŚ ƉęƆdžƨ ƶŊôųÏƄŘġNjÐ
ŊāȣĔŚȲ ÏƆŗ ƶŊ÷Ư Ǧnj ĄȓƇȲ ġĉ ƆŘ ĜŅdžŗ ÿŕśĉȳ ŶğśĉÍƧŶ Ɔŗ ƉĉƂƱęƄǁŶġȲƄdžŶĝŶǏǦNj"
ïņųÐ Ŵdž ĉňù ÿğňŖ ƶĄȓƄŚõƉŕćĉġĜĉƪȲ ƢĔĹŚ ƄĹŅùƨȳ Ɔŗ
ǡNjȟȲ Ïćdž Ǧnj ƄġŚdžų űŘ ƄŊŘ ƶŕňñôŚ Ɖŕć ǏƎŕęűŗƢĔľŚĬƧƃõ
Ņ÷ȳÐ ƆŶŕƜű ǦŶ ƆŘ ÿlj Ąƭùŗ Ŋűȑ ƱŊôƪśŶ ƎęƆLJ ǎāĖ ĉȓŴāȲ  ƄŊ
ĜŅdžŗ ƄƶDŽ ĄġŕƧƭöŚŶ ƱġŕǁśŶĜŅdžŗƆŴƱƉĔŴŊ ŘāŕƥdžƢǡŶŴdžŗƢĔĹŚ
ôƥñŶġôƶűŅĔŚȲǶĉǂƉĉ ġęý ŊǢDŽ ĄȓƁȳ ġĉŶ ÿljűǡęȓþȟƆŗƢĔĹŚ
ƶűŅĔŕĔNjƄƄŊƧĩǸƆŗ ĄùƎƯŶ ŴdžŘ ĜŅdžŗ ĉġ űŘĜŅdžŗƄŊƃnjïňȳƆŘ
ƆŶnj ħî ǁƆŚDŽ ƄŊ ƢŶŅę ĔƄǁȲ ƆŘ Ŋȓņľ ǦŊė ĜŅdžŗ űŗ ƢĔĹŚ ŕĹŇ÷
ƏȣƉĉƶŊùǎāĖĉǦňėȲ ŶŊƲā ƭĄŘŚ ƶƶƎė ŴŊŗ Ŷĝ ƶȎÿȤ ǶĄŕŚȳ
ƎùŕƧƫDŽŚňŶŶÿljƊňDŽ ƶűŅĔ ĜŅdžŗ ƏdžŴ ȎŶÿśȳ ƆŗȓýȣǎćȲ
ȎňŶ ïŅśȳ ȎŊƂŶ ňŶƂŶ ŶğƆŘŊŀùƯƂƉúȓņľ
ƶǡŅĔŚõ ĜŅdžŗ ĉƟŴ ĉġ ÏƆƳ ƥǤ Ŵdž ĄüƉĆƘȲ
Ņöƫ ƉŊNJ ĉġ ĄùƁȲ
ŴŊŘ ĜŅdžŗ ıęŊ ƃõȲ ȞôǶȲƄƶǂĜŶŅljȳŶĝĄŶ Ņŗ Ĭljĉ ƶƖȞùƎôdž ƥǤ
ÏāğŊ ƎŶljdž Ɔǂ"Ð  Ņ÷ȳ ĉƟŲ ƄdžűǡėŶȳ ŶğÍƧŶ ŴdžƎùŕƧƫDŽŚňŶŶÿlj
ĩƫ ŶğȲ ÏāùŴŴ ƄǡNjǎŴ ƄǁôôǁśŶȳ Ɔŗ ǏƎŕę űŘ ƊňDŽ ȎňŶ ŕnjĻĝ ƄúȲÐ
ŶƆŶǡŊĚȓņľǦŊĖȲǡŶƱŊ ĬljĉȓņľƶǡŅĔŚõôƥñ džŊùűŅĔȳ
ƎŶıŅôõ ƄdžǦňƆŶ ƆǂȳÐ ĜŅdžŗ ƌŊŗ ƉŇǎ āćć
***

Ċėù=ȓņľǦŊęƙÿöȟƆǂƶȎŶÿƌȳ

ĉƛĖĜŶŅŚ
6D\ ĔƄǂ
/RRNDWKLVêQJHUV ƄȓŊƯŗƆűìô
ÿljƎùŕĜôġŕ"
2QHWZRWKUHH
+RZPDQ\êQJHUVGR\RXVHH"
ƉdžNJŅõ Ċėù=ȣŚƥŚĴùƫÌƄȑŊƯŗŊƯLJ
ĬȐõ Ɔǂ ƶĉĜùȳ ŊƲā ƄȑŊƯŗ ĉƧŴŶ ǎćȲ
2QHWZRWKUHHIRXU
ƄęňƯŕȲÿąĩŕȲĩNJĩŕȲĤƧƭŕƆŴŅôȲ ŊƲā Ĉ÷Ȳ ȣùǶŚȲ ƎƆôŚȲ Ɖĉ ĉƧŴŶ
êYHVL[VHYHQ ćôŚƆǂȳ
ƆƥƆ
(LJKWQLQHWHQ
ĤĊŶŕŚĩƭŕƭĜęŕ" ġôƶġ ƆƳ ƄŊ ÷Ưö Ʊú ȓýȣȲ Ɗõ
+HKDVHOHYHQ ƆŶĜęĂ űǡėŚȲ ŶǢùŅŚŴȲ ȣùǶŚŴŶ
ƄdžƏűŶƁĔƭĜęŕÿljÍǂƶƖƧŶȳ
(OHYHQ" ƎƆôŚŴŶ ĉġŗ ŶƯƂ ƄŊ ȓņľ Ąƭ÷
ġĉƫų
WKLVLVVRPHWKLQJQHZ
ƉűƧƯú ƶāǦƶȲ ŘĖƛŴȲ ňñùŴŶ Ƅƌdžnj
ŕėƆǂƄdžȞùǻŶÍǂÍǏƃùƊĉųȲ āŊĔŕĜŊŴŶ  ƄƢïîǎŴ ŶġėÿLJ džŊôŴ
,ZLVK,KDGHOHYHQWRR ƄŅdžÍĊŶƭdžƎŶǎƂƆŶŕƶñùƢųȳ ƉĉƱúǥęŴŶĔljƄLJȳ
ሓዳስ ኤርትራ መበል 28 ዓመት ቁ.62 11 ሕዳር 2018 - ገጽ 6

‫غإٗ׼׶ټש‬


@nΎšij 124256

ƄćƙĖŚȷȓņľȲǦŶȞÿĉÍǏƃùƌųȲȞÿĉǥęƌĉĉƥȓĔƛġŘŚ ĉĉǤŊŴȲ ŊƲā ĩƏėƤ ƱdžŊõ ćġŗƌ Ŷ ljĻľ


ŴdžǦęȑŶŶƌùƆŶƉġƯŅùƌdžƛƆùÍǂȳŊÿȞħǦŶŊėĩĉǻįĉƌȓņľ ĉāDŽƛÍƣŶűŗƄŊĄŶǧƄġŴŶŶƏėęĉŚŶƶŕęȣ
ƆǂȳŴŊÍŗĬŶNjāŚśƙƎĉôġȳ ĄǦŊŘŚ ƉȓęǁùŴ džƛƆùȳ ŊŊƶþ ƌęŋïdžǎĘŚ
ĩŘƄȣƄŊŊƲÿŚĜňŚƶęƁȎǡĉƆǂȳĩŘƄȣȲƎŶŊùƉôŴ ƱôƨĉĄǦŊŘŚĉĉǤŊȲƉĉŅƭùȲĕƶȲǎŶĩŶƌùƇŚŶ
 k› ǦŶƆŗljĔǜŘŚdžȞ÷ôÍǂȳƆƳćôŚȲƉĉŗŶǦòƢdžǎćĩǢęŗ ĉĉǤŊ ŕĄėȐ džƖƧŶȳ ƌùƆ ǎćȲ ƄŊ ƄƭĄŚ
ȑƯnjŶŶƯƂƶĄġõĩŘƎȞǻĕƶƛƆõűǡėŚŶĉġŕĄǡŊŴƄȣŴ ƄġŴŶƌĉāȑŊűŗƄŊĄŶǧƄġŴŶŶĜėƣęƄġŴŶŶ
ƎĩŚŚdžƛƆùÍǂȳƆƳǦŶǎāĖƶŕƢĜűĜƭŘŚƎǡǎȞŴdžƛƆùȳƆƳ ŊŕĔȣĄĔȣƶȣǶęęġÿŚƉĉƶƆôġôƶƖƧŶĉǦňĕ
ljƥöȷðôƧ ƄćƙĖŚȷĩŘƄȣ KDOLWRVLV ÿljÿlj ŕĄƌĖdžƖƧŶȳ
āǛŶƴĔŅõǦŶȲŶűƤāǦƶDŽŚĉğŴƶƖdžǎƏdžŲȲǶŶĻŴdžƌùƆ
ƄćƙĖŚȷðôƧŴŊïćĄŕƅĉƛĖ ǦƵĜňŚňƯúĉƄŊƄƆĉęƇĉŊƶȞǻęƨ
űǡėŚƆƣŶƎƖƣŶdžƛƆùÍǂȳĩŘƄȣ KDOLWRVLV ƆƊŊŴdžŊƲÿŚ ƆƳƊõǥęƌôƧǸƆŶŕƱdžŕĔƘņǦŶġĉƇŶȲŴŊ
ŊřôȤŶljƤùƌƄôƙȳ ęǎƃŚ ƄȞdž džĩŚŚ Ƅú ŊĉňùȲ ƌŊ
ǶŶıŘŚĉƟŲdžǻĬġÍǂȳƆŗƉĉĬŶNjǶŶĮƑdžŲƶǻĬġȓĘŚ ÿƋĉ ĉľėŊ ƄǡnjĞ ƎƖƧŶ Ɔǂȳ ĉƛŶDŽŖ Ɖĉŗ
ĜŊƎǦôõŶŊŊƲāƎġƉȟŶdžęƁȳƆƳ
ljƥöȷ ƉĄdž ƄĉĞƘȲ ǡô ÿŅĘŘ ƄȣŴćôŚƄġŴŶȲĄùÿġȲŚŶÿǦŶŊǦņƆƱdžĉā÷ƧƎƖƣŶƉúȲ ƶŅùƊƙĩŘƄȣĄŅǡĞƂȓĘŚƄȣƱdžĉñ÷Ƨǻdžė
ǎćKDOLWRSKRELDŕňîõdžȓƥƯ ňƯùƙ
ƎŚñŊųljùǁűdžĔȳ ƉĉĔƛġŘŚŴdžƄȣŶȁȲǧĚĚŶƄȣŶȲǎęĬŚƄȣ ƄŊƄȣŴĉėľ ƱdžƏűȲǡôǡôƣĩǹƤāććŚÍƣŶűƳűǡęƆƳƉļùƫ
ƄŊęƆġƙƆŚȞǻĚȣęþƄȞdžǾŶǂ
ƄćƙĖŚȷāėdžȲŶġƙƖƉĄdžƄĉĞƙȲ ƉdžƉƧŶƶŊùÿğňƤāćĉÍǂ ȳðôƧ ĉġƱdžñõ ƶDŽnjŶĩŘƄȣǁįùƭŴƆǂȳǎęĬŚƄȣƶġƯŊƌŊŊŊƶþ ġôƶƛƆõǦņƆĉęĄėĉǦňęȓņľƆǂȳ
ıǎĆƂǦŶĉġűŊġƙÍǏƉŕ÷ùǁųȳ ƌȞdžŶ FDIIHLQH ĉƧğǎƉĉŅƭùņŶȲħîȲŚŶňƜȲĩǤėŶƎƖƣŶ ljƥöȷāėdžȲŶƶïŊƎųÿŅĘŘƄƶǁƆǁƱĄġǦŶȳ
ġĉƇŶƄúƙÍǏȸ
ƉúȲƄùƏ÷ƤĄġŕÍƣŶdžǻĹġÍǂȳƌùƆƉĉǶŶĻĩŘƄȣƶǻĬġǎćȲ ŊĕƛĉĤŚȳ
ljƥöȷ ġĉƇŶ ƆŅïùȲ ƢNj  ƭĄŚ ljƥöȷƄôƗȲĹȓöȳ ĩǤėĉŚƙƛȲƧĩǹƤāććŚƉĉĩƏęDŽȲȎ÷ĉƉŊNjȲƆġŕĊƏ JDVWULF
ƏdžűȲŕĹćǹdžƭNjƟ÷Ɔǁȳ ƄćƙĖŚȷŊĕƛĉĤŚljÿŶƊŶȳ
ƄćƙĖŚȷ ĩŘ Ƅȣ ƄôŴŶ ǁŊùŴŶȲ UHëX[ ȲĔƛĞĄƭŴǷŶǎęĬŚƄƌ÷ŚŶǁǶįùùȳƉĉŕƢğƘȲƉĉ
ƄćƙĖŚȷ āėdž ġĉƇŶȲ ƆŶŘdž ƆŶȞùǶúĉ ĄŶǡǎŘŚ Ƅôƣȳ ÿljȲ ŅƭùĩǢęŗȑƯnjȲĬdžāĩǢęŗȴŚýŚƌęŋïdžǎĘŚƱôƨĉĄǦŊŘŚ
ƎāǦƱƌȸ ŊĄùÿġŴ ƄŊ Ȏöĉ ƃǎŴ ǻȣǹȣ ĉƧğǎÌƣŶŴŊĩŘƄȣƉľùƭŴdžƛƆùÍǂȳ
ljƥöȷƄȞdžŊǹƯĆāćľĩŘƄôƨȳ ŶǡŊęƆĊǎāĖƶŕƢĜűljļdžľǎęľ
ŊƲāűǡęȞŗűƎāĤųƄdžƉƄôŶȳƆŶŘdž ĉġ Ņô ŶĩŚśȳ ƌùƄdž ǎćȲ Ɖĉŗ
ƉĉƶǡŊęƆǂǾųľųƱúȳúĆúĆ ƶŅùƌųȲ ŶĜňŚ ŊĉāŘŚŶ ňƯúĉ ĜňŚ
ljƥöȷƆƥdžȲŅöƆŶŘdžŕŕǡŊĔdžÿdžĩȸ
ƄćƙĖŚȷŴŊƂƆŶǎǁƎĄȎƌȲƆƳƕõƎŶǶľĢƶȎŴāŴǶŶıŘŚ
ĄȣŚþƆƣŶƉĉƱôƨƎűǦĔƌƆǁȳŊėĩƉĉƆŚǻĬĉűǣęƌųŵęƌȳ
đğóĨƢðîČƆŋ
ƆĊƄŊǻļĜňŚĉƶėŊƉāȣĔųƉćŶ ĉġƶāŊĕŴƆǂȳƌŊÍƷĉƄƢôȣŗƶŅïõȲ ٥‫ח״׼׷׼صڗبۇ׺گڅڥ׹سڧ‬
Ŋėĩ ĉǻļĉ ǻėdž Ƅƙö ƄdžƉƧŶŶÍǂȳ Ŋėĩ ƎŶǡŊę ƉôŴ Ɔŗ
ǙĆĕȳ ŅƭùĩǤėȲŚŶňƜŶƌùƆŶƉƉĄdžƃƙ"
ƏùǥŚǻėdžƱdžƏűŴdžŗŊėĩƭdžűŚƧŶƄŊǦĉŚƎƄŖƄôƨȳ ‫ܖחإإשڎڗסח׿څ׷؁ש‬
ƄćƙĖŚȷ ġĉƇŶȲ ƉĉƳ ƌŊ ƶƖƧŶ ljƥöȷ ƄŊƳŘŚÍĞ ljÿŶÍǁȳ ƢùȠ ƆŗƆŶǻĬĄõŊėĩùġùġƆŶŕŅôŕĄėȐdžƖƣŶȳƌùƆdžǎć ‫ܖڧ׼ۈן‬٥‫ٗٗإټچבت‬
ƎŶljdždžǡŊęȸ ƶŅïùǁŊôdžŶȳ NjǦĖŴŊŗǦęȑŶƄľųŶŴŶƎùŕljĻľƎŶŊęĪdžǦňƆȳĉŊėĩƎŅïù ‫׹‬٧‫ڐؙٗڧڧ׼‬٥‫ت‬٥
ljƥöȷƆƥƆȲāǛljƄnjęǤƎùŕƭĄŚ ƄćƙĖŚȷ Ɖĉ ĄŶƆĜdž ƉǁǎűľƊƙ ƉúȲƄġŴŴǻėdžƱdžƏűĄùÿġŴƆƣŶƄȣƋġŴƎŶÿȓŋdžǦňƆȳƉĉ
٬‫ڧصךۯܖڧْڭ‬٥‫ت‬٥
ƆǡŊęȳ Ǝÿùȣ ƄdžljùŶȲ ƆŶŕġ ǶŶıŘśĉ ğùğdžǎćƎùŕǦƵƄŊĄƭùŗćôŚȲŶǦòŶĉĤŚŶƆŶŕƜűŕĄėȐ
ŕĔNjƂƌȲ ƆŶŕġ ňƯùƙ Ʊdžŕļ÷ƯƌȲ džƖƣŶȳǎāĖĉŊėĩŴǎćȲŶljĻľƉdžŕĄǡŊŴƎŶȎŶādžǦňƆȳ ‫ܖڧصڎتٗۂڎڒڗ‬
ƄćƙĖŚȷ ġĉƇŶȲ Ƅȣƌ Ɖĉ ƶĩŕŕ
ƌŊƳÍƇĉűǡėŚűȑĉƟŶĬȓúƆŊôƌȳ ‫׶סبܖהإڗ܄ן˚܄ן‬٪‫ڧڪت‬
ĜňŚ ǎLJĉ űǣĚĉƌ ƥ÷ġ ňƯùƙ ƃƙȲ ƉĉŕƢğƘȲŊŊƶþćdžĉġŘdžǎćűŗŊǎęĹŚćdžƎĄȓƆ
ćôŚŊƖĄdžȞöǻƌȸ
ƆĊġĉƇŶȲƄŊĉƎŶƙŶġųƉĄdžƃƙȸ ƶƛƆùĩŘƄȣƉƢǦljùŴdžƛƆùȳŊŊƶþņŶȲħîĉġŘdžǎć ‫ڧصڈקڿܖڧصظٗغפ‬

ljƥöȷ Ĭnjćdž ňƯôdžȲ ćôŚ ǻƫĉ


ljƥöȷ ƆƥƆ Ɖĉ Ɗõ ĜŊ Ŋėĩ ƆŶŕƢǡǎŴLJȓņľƆǂȳĉƛŶDŽŖƄŊŚāŗĄùÿġŴŶŊƲāĜƭŘŚ ‫ܖڪןص׹׼ڎ˚بڔڎص‬
ƆǻĬĉÍǁȳÿljÿljǦƵƉćŶȞÿĉǥĔ ŴdžĉȓŴāŕƛƆúġôƱúƆǂȳĩŘƶȞǻĕĄǦŊŘŚŶǦƳƂĉƧǤǎȲ ٥‫ب׽ت‬٦‫ܖ‬
ǹƯĆ ƄdžñŅŶŶ ġô ƶƜűȳ ƌùƄdž ǎć
ƆĉƧȔÍǁȳ ƉĉŅƭùĩǢęŗȑƯnjŶĩǢęŚĬdžāŶćôŚÍǂȳƉĉŕƢğƘǎćǎāĖ
ȞŕƧŕdžűǣĚĉųȳ ٥‫ٗןړت˚׼تْت‬
٥‫׾تْ˚ْڧإت‬
ƎğŊƶǶĄŚƌȲűŗƄŊùƯøƙ ǡƴƆ ęƆġƙ ƉŕĄÿdžĩȲ Ɔŗ ǦƵ ْ‫יח܄׼ط‬٧‫ٗچ‬

ôȜΎ0œ8®Ύ Ø@ ƱúƎŚęƃƶƉƄùƄdžƑűŶȳÐ āǛƆǂȳűśĉƄdžƉƄùŶƆǂȸƉĉƶŶ


ΎΎΎ5˷›8Ύ¹8
ƉĉŚŶ ƆŶǎǂÍĊ ƝdžŲȲ ƄŊ ƌùƆ
‫تۯږۇ‬۱‫ܖب‬٥‫ٕפڒت‬
٥‫إן˚״گשت‬؇‫׶؞܄˚״گש‬
ġȣėƎŚƉdžǎƄôƌƆŴŅõŶġǪĉƙ
ÏÿljĜŊƆŶŕƢÿljȲƄŊĄƭùŗȲ ƎñŅƌ ƄdžƎƆùŶ Ɔǂȳ ȓňā Ǝùŕ ƭdžų ŚƯŇŕż ĜŊȲ ǡƴƆ ęƆĝ ƎāùƞƶȣŚŲƄdžŚġĉƭLJĉȳűŗ ٥‫׶סب˚״گשܖتڥ׏˚״گשت‬
þljŚąƳįƎĜĉƯȲÿŶŗǦǻĆ ƱôƨƆŶŕĄȎƆŶŘdžƎŚǡŊęƃƙȸƄŊ ƉĄÿdžĩƶȎŅŅƯǎùÍǂƱôƨȳ ÿlj ôňĉȲ ÌƄŊ ñdžƢŚ Ɔŗ ƶŅôȎ ٗ‫ܖ׿څןغڎتٗ؁שڧصڎت‬
ƉŶŊŊȲǦęĉŗġƆöƎƯƱŊȲƆŶŕŕƙƃõ ÿljŚƌùƶęƉŊƋƃ÷ȲƌŊśĉĄğęāŖ ġôƳǎćÍǂȲŚƯŇŚŶƧǎĬŚ ïŊŗ Ư÷ćƙ ƄűȐęƌ ĉȣ÷ǻ Ɔǂȳ ٥‫צگ‬۲‫שگڧהغ‬۱‫ܖ‬
ǎćþljŚŶıŲƯŶƱĔňƎƴĔŊdžǦňƆȳÐ ƶűȣƪ ŊĉƟŲȲ ŕƴŶǃ ƶDŽnj ŊľƭŚŶ Śľǎć ƶŕňñôȳ  ŚƯŇŚŶ ƭƢŚǎćƄŊĉǎĖňƯNjƱdžƑűġ
ĊDŽŶ ƉǻĖ ĉġ ƱdžƎƆùȲ ȓňā ƌŊƂ ٗ‫׷׼ٗ؁ۿٗפٕٗיס‬۱‫ܖ‬
ǧř ƧǎĬŚŶǦŶƆŶŘdžƄėƖŋĉȸ ƄŊƧĩǸùŊƙƆDŽĜȞėȲÍƶŅú
ƶŅùȓĜŊŊƶĄȎĉǪïǃƄdžŕęȤŶƆǂȳ ƶŊùÿŘŗƄdžĜƄŶŶdžƖƧŶ ƆŴġŕŶŕŶƌƯLJƙƆǁȳǡƴƆęƆġƙŶ ‫ܖڪןص׹׼ڎ٭׾܂‬
ǡƴƆęƆĝƉćÿdžĩƱdžljùŶƱdžŊñǦŶ ġôƳǡƴƆęƆġƙĉĉāDŽĩljĔŚǁŊõŶȳ ƆǂȳƆŗĄùĞǎćȲƯņdžĜŊ ƉňŇƙŶ ƎŚùƧǻ ŚƛƆù ƃƙȳ ‫׿ٗغ‬٢ÝÝ‫ܖ‬
ĜŊ Ƅú ƎŅïù ƄdžƎƄùŶȳ ïŊŘĉ ĜŊ ƄŊŗĄöƛŴLJƆŶŊúĊDŽȲƄŊƪƯôŚ ȞöǶȲŅȐüLJƆǁŊĉňùǡƴƆ ƄŊ ƭôĉ ƱdžƉƄù ÿŶŗÍƓ ǁùŋŶȳ ‫˚״گשت٭‬٦‫۪׺ڈ‬
ƶDŽnj ƎñŊŚĉȲ ĉíę ĜŊ ƶDŽnj öıűŚ ÿǎĩ ĉƯňôŶ ƄĜėęÿŶ džĉƶǡŊ Ɖĉ ęƆĝĉĉāDŽĩġôƱĶęȓƆǂȳ ƄƆĉĚƙ ƄdžŚƯȎƨȳ ƆƳ ȓýȣÍƳ
ƎƧġƛȲȑǎľÍƧŶƶDŽnjƎȎǎľdžljöȳ ÝÝ˚ÝÝ˚ˠ˨ˠ˧‫ܘ‬
ƱúġŶǦŶƱŋÍǏŶƖƧŶȸ ǎāĖ ĉĭėȓ ƯʼnŚ ƆŶŘdž ŶƭƢŚƌŶ ŶƧǎĬŚƌŶ ƶƧġŶ
ǎøŚ ƢNj ĜŊ ljĔŚ ġô ƱdžŊõÍǏ ƉĉƶġƯŊǎćęƆĜǦõȓƆǂȳ ƎƖƧŶŕƛƆúƎñùƨdžƛƆùƆǂȳ
‫ܖצך‬
ÏƆśĉŶƄŕÿğġňƇĉƎľdžĕƱdžƎƆõ
džƖƧŶƉĉƳƶƝűȸƶƝűƝdžŲǡƴƆ ٥‫ܖٕפڒ׶܂׼صت‬
ĜňŚȲ ƶƝű ôƧǸ ƉĉȓƂ ƄdžƎƆõŶ ÏǎĕŚűŚŴ ĉġ ŕĹŅùŴȲ ÏƶƜűűǡęƆŶŕȞŗŶƌȲćôŚĆƴŶƌ
ęƆġƙ ŶĉĉāDŽĩȲ Ƣdž ƌŊ Ŵdž Śćö ٥‫ت‬،‫ٔ׹‬٥‫؏׶܄‬
ƆLJĉȳÐ ƎųƂ ŶƖdžǎȳÐ  š[0pΎ ƉŕǢǎùȲ ǡƴƆ ęƆġƙ ƉŕĄÿdžĩȲ
ƆŶŘdžűŚƌ ƶŅôȓƌ ƔŶƓ ŶƛŚęƉŊ
›Œ8nڌ ƢdžƉŕȣıęȲƢdžűƴ>ïǡę@ŶƭôĉŶ ‫؎׹إڅڥק׼‬٥‫ܖ؜׶ت‬
ĉƆŶŗƭŅdžŗĜňŚŊƴƯňƂƄĉùƋśĉ Ύò0ñΎ[0ŠŒáΎ>¼
ْ‫ܗ׿ۄ‬
ŊƴƯňƶŕƴĔŊƨĉŶňŊŶȲŶƭƙŊƶĉƆĉƆ
ôƧǸ Ɗ÷ŚŴ ƆŶŊñǤȲ ƎƧŶűŚ ǡƴƆ ęƆġŴ ŶƖűćÿdžĩ ƶŅôȑ ƎŚǡŊĔŶ ƆŶŕȞŗŶƌȲ ƥ÷
ƄǡňŊ ŊĉŚęǫĉ ƎŚűŊĔõ ĉȣŘŶŶ ǦǎŶ ƢǎƭƤ űŊĜ ǡĉǤĉ ƄdžŚŕƭƢŚȲǡôűǡęƭĆĉƌƄúƙȳ ٧‫ܖط؁ۇٗڕ‬
ŶƖűùŊğǦŶƱdžŶŕǦñȲŊƲāƆŶĉǎĔ÷
ÿǤƳƆǂȳ
ƒűŚ ƆDŽȳ ƱdžùƢǻ űǡę ǁùŋŶȳ ƎŶǡŊę ƄúŴȳ ŶƛƧŶűŚŴ ŊƴƯňƧǎĬŚĉāğŊāljǩȳűǡėŚ ٗ‫غټ‬٪‫ܖط؁ۇٗٗڈ‬
ÏāùȠ ŊȔŚƌ ǻŅŅż ĉƟŶ ÿĬż Ƅŕÿğġňƙ Ŋĉùƥǻ ǦŶ ŶôƧǸ ĉƛÿǎƎïġǁŴƆŶŕƱdžƑdžŲ ŊƖĉŗƆŚljùLJĉġƱdžƉNJȲęƆġƙ ‫ܖڐٗۯټٕ܂ڗ‬
ƶǶľĉŴ ƄdžƑűŶȳ ñƊDŽŚ ƄľųƯƌȲ ƊėƯȳ ljǣĉƌ ljǤǣĉƌ
ƯʼnŚƄdžƑűŶȳÿĬżƯʼnŚȲƌŊŴdžŚćö Ɖŕį÷ǻȤ džƉƄù Ɔǂȳ ÿğŊ ƢğųÍǂȳ ‫ܖיتغٯۇڒۇڒۿ‬
ƆŶŘdžűŚƌŅöȓƌĉġŚęƉŊƆǂȳÐ ƶƝű űǡę ıǎĉ ƄŊ ÿğŊÍǂ ƶȣǶęȳ ƆŶŕƠŶŴȲ ŶŚñƋŚŴ ȞŚŶȳÐΎΎ6.ΎÜ3Œ
ŕĹŇùŴ ŶĉĉāDŽĥ ƎŶȓƯę ‫ڪן˚ص׹׼ڎ‬ʵ‫ܚ‬
ƉĉŗƶƝűŕƛöŶƛŋĭùƱęƃƱǎùLJȲ ÏāDŽƥdžŶıŲƯŶĜŊĉġŚƯƱŊȲ
›0‡8pΎŒù·Ú džǦňƄŴȳ ÿĤĩŗȲ ėƆǃ ŊƖĄdž ŶƭƄŶƫƂ ƎŚĄġù Ɖĉ ‫ڥ˅ٗڢإٷ˅ڿס‬ʵʷ
ƶƝű ƯLJ ƎƯǁȲ ƭǎŶ ïǡęŶ ƎǹǁġÍƧŶ
ÏƌŊŗƎǡŊĚƆƛƆùÍǁŚŊúƄùƬùƌ ÿğŊǁǎùLJƆǂȳǡƴƆęƆġƙŶĉĉāDŽĩ ƱdžŊúĉȲ ÿĄdžŗȲ ƆƊDŽŚ ŚƛƆù āĜŊȳ ƱdžıŲƯ ĜŊ ĉġ ‫؎ןت‬ʵ
āôĉŶ ŕùĉŶȳ ƌŊ ĄƴŲƙŶ ĬnjĊŚ ǎćƄŕÿğġňƙƉŕĄƭėĖǁǎùǁƌƆǂȳ ƢƱŕ ƆŶŕƠŶŴ ƆƧŶ ŶƯƂ ŚƯƱŊǎćŊƴƯňǎƗĉǩǎŶŘŚƌ ٗ‫غڎتٗڧصڎت‬٪‫ٗڈٷڧ‬
ƄŋŘŚƌŶ ƶŅôȓƌ ŶĉƟŶ ƄdžŚǾűľȳ ÿljŚƌùȲŶűƤāƭĄŘŚȲŊÿŶŗƄǡňŊ ŕĹŇùŴŊƖĄdžƉĉűĄÿdžĪ ƄĜ÷ġùȳÐΎΎΎ¥Œİ;8 ٧‫ܖٓچ‬٧‫ڋۇיٗچ‬٪‫ܖٗڈٷڧ‬
ƌŊŴdžŚćöƆŶŘdžűŚƌƶŅôȓƌŶĉƟŶ ġęýƉƌƧŶdžƛƆùƆǂȳÿljÿĮǦŶ ƎŶǹŅŊ ƄúŴȳ ƅŶġŘdžŶ
ƄdžŕǤǡǁŶȳ ǎĕŚűŚƌ
ÏƄŊƴ ƭôĉ ƉŕĄÿdžĪ ŚƛƆù ۗ‫؁״؁״‬٪‫ܖיتغڧ‬
ǻėdžȞŚŶȳÐ ƄúȳƄŊƶƝűƭƧNjƌùƆƶŅôȎƄǡňŊ ęǢȓ űǡę Ƅúȳ Ŷĝ ǎć ǡƴƆ ‫״ڧ׼ڧؠס‬٧‫ܖחڪۇ׼‬
ĉġ ȞôǻƌŶ ĉġ ŕĹŅùƌŶ
¹Ø Ύį¤‡0 ƄĜėęÿ ĉñ÷ƣ Ɔǂȳ ƌŊśĉ ƄŊŗ ęƆġƙÍǂȳКâ8Ύ¤8 ÚΎ
ŚƌùƶĜęýǦŶȲƆŶŕĄȑāȣŗǎǂ ŶƖŕćÿdžĪ ƱƛƆôƌ ŶDŽŚ ٧ْ‫ܖחڎت‬٧‫חڢْש‬
ÿljƌŊŗĜňŚŊŕljǤǤĆƶȣȓĉƨÍĊȲ ƢdžġĄęŅŊÿŅĘŘƃŶŕęűŚŕƢƋĝ ƎŚĔƎŊ ŚƛƆù ƃƙȳ ġôƳ Ïƨ ĜŊ ǡƴƆ ęƆġƙ ŶĉĉāDŽĩ ٥‫ت‬٥‫׹܄׼غٯ؁קگ‬
ŶĉƯňôƇĉ ƶāùƛ ǦŴdž ǢǎôŚ Ƣdž ƶÿĤƄǡňŊƄĜėęÿŊĉŚƆŚŘƧƎƭǃ ǡƴƆęƆġŴƄdžűŘùùljƄȳ ŊƯLJ ŕȎĄǎ ƃƙȳ ĩƫ ŶƙùƇŚ
‫ܗڪן˚ص׹׼ڎ‬
ǥǤȲ ŶƯʼnśĉ ŊĄŶȓę ƄƯĕƛśĉȲ ƆŶŕƶȣŚŶŶŚƌõŶŶǡƴƆęƆĝŶƉĄdž ŶĉŶįȣ ƶƖƧŶ ǦƵ ƄdžƎñùƢƌŶ
ÏĄŶƃƙȸƆŶŘdžǥęƌȸƌŅdž
ĄğęāśĉƢdžƄŊƉňŇƇĉƶęƉņĜňŚ ƶŅôƯʼnŚŶƎŊĔŚŶƑŶĄĉȎƁȸ ƆǂȳÐÅÚkĮćΎΎ
ĄȐƆƌȸ ŊƱǁǡǎġȲ ƎŚùƢǻŶ   ˷Ύ™Û`Ύ0œ9
ĉùƌƯƆǂȳƆƳǦŶıŲƯƄdžƑűŶȳƄŊ
ÏŚƯŇŕżĜŊȲƄŊŚāŗƂŶƱôƣĜňŚ ƶŅôȎĜŊƎŚƉƧŶŶŚƛƆù ΎΎΎΎΎΎΎΎΎΎΎΎΎΎΎΎΎΎΎΎΎΎΎΎΎΎΎΎΎΎΎΎΎΎœŒñ˷Ύ¡›Ύšß ΎΎΎΎΎΎΎΎΎΎΎΎΎΎΎΎΎ
ƭNjƯƣėŚŅƭùÿljƭdžųdžűǦġƶŊù  Ê^¹Ύ0¤^pΎ‰8p-Ύp 0m
ǻėdžÍǂƶĉùƉŚȳǦljÿĮƖƄȲŶŘāŗ ƃƙȳÐćǏŴ
ĉġ÷ŕÿŶǣǻƌȲƄėǸǻƌĉƗnjĉljÿŶ
ሓዳስ ኤርትራ መበል 28 ዓመት ቁ.62 11 ሕዳር 2018 - ገጽ 7

ዋናጩ ስፖርት ብሓገዝ ተበርኪቱ


እቲ ኣስታት 60 ዓበይትን ነኣሽቱን ዋናጩን
ዝተፈላለዩ ሜዳልያታትን ዘጠቓለለ ናውቲ
ስፖርት፡ ንቤ/ጽ ኮሚሽን ባህልን ስፖርትን
ኤርትራ ኣብ ዝተረከበሉ እዋን፡ ኮሚሽነር ባህልን
ኤርምያስ ገብረልዑል ermileul@gmail.com
ስፖርትን ኤርትራ ኣምባሳደር ዘመደ ተኽለ
ኣብ ዘስምዖ ቃል፡ ኣብ ዝተፈላለየ ወጻኢ ሃገራት
ተስፋኣለም ገብረዮሃንስ (ኲባ) ዝርከቡ ማሕበረ ኮማት ኤርትራ፡ ጎኒ-ጎኒ’ቲ
ዘካይድዎ ኣብ ተካእቲ መንእሰያትን ዘተኮረ
ስሩዕ ስፖርታዊ መደባት፡ በብእዋኑ ዘበርክትዎ
ኩርናዕ ቃለ መጠይቕ ዘለዉ ዝተፈላለየ ንዋታዊ ሓገዛት፡ ኣብ ምሕያል
ነቲ ካብ ደረጃ ህጻናት ጀሚሩ እናለዓለ ዝኸይድ
መደባት ስፖርት ውሽጢ ሃገር ልዑል ተራ ከም
“ሚዛን ሓይሊ ተቐይሩ’ዩ” ዝህልዎ ገሊጹ። ብማሕበረሰብ ኤርትራውያን
ዳቪድ ሲልቫ ከም መቐጸልታ ናይ’ቲ ኣብ ወጻኢ ዝርከቡ ኤርትራውያን ኤስሊንገን (ጀርመን) ናይ ስፖርት ኤስሊንገን (ጀርመን) ንዝተገብረ ንዋታዊ ወፈያ
ኤርትራውያን፡ ንምሕያል ንጥፈታት ስፖርት ናውቲ ብሓገዝ ከም ዘበርከቱ፡ ህዝባዊ ርክባት ድማ ብስ ምኮሚሽን ባህልን ስፖርትን ኤርትራ
ሃገር ክገብርዎ ዝጸንሑ ኣበርክቶ፡ ማሕበረሰብ ኮሚሽን ባህልን ስፖርትን ኤርትራ ኣፍሊጡ። ምስጋናኡ ኣቕሪቡ።
ስጳኛዊ ኣከፋፋሊ ዳቪድ ሲልቫ ሎሚ ሓይሊ ተቐይሩ። ሰር ኣሌክስ ፈርጉሰን ኣብ
ሰንበት ንዝካየድ ግጥም ደርቢ ከተማ ግንቦት 2013 ድሕሪ ምስንባቱ ኣብ ዘሎ ግዜ፡
ማንቸስተር ኣመልኪቱ ምስ መርበብ ሓበሬታ
ኢኤስፒኤን ሓጺር ጻንሖት ኣካይዱ ነይሩ።
ዩናይትድ ቅድመና ደረጃ ዝሓዘትሉ ግዜ
ፈጺሙ የለን።
ብታክቲካዊ መዳይ
ኢኤስፒኤን፦ ብመንጽር ክብደት እዚ ኢኤስፒኤን፦ ነጥበ መቐይሮ ናይ’ዚ “ሕመረት’ዚ ግጥም፡ ኣሰልጣኒ ሞሪኖ ንወሓለ ማእከል ሜዳ ሲቲ ደቪድ ሲልቫ
ናይ ሎሚ ግጥም ምስ ኤል ክላሲኮ ክነጻጸር ትገልጾ ዘለኻ ምቕያር ሚዛን ሓይሊ ትብላ ዝገብረሉ ምክትታል ክኸውን’ዩ። ሲልቫ፡ ኣዝዩ በሊሕ ተጻዋታይ ሲቲ እዩ። ዩናይትድ ንዕኡ
ዝከኣልዶ መስለካ? ግጥም ኣላዶ? ክትቆጻጸር እንተኽኢላ ጥራይ’ያ ነዚ ግጥም ክትከስበሉ እትኽእል፡” ብመሰረት ርእይቶ
ሲልቫ፦ ቀጥታዊ ምንጽጻር ክገብር ሲልቫ፦ እወ ኣነ ካብ ዝመጻእኩላ ዳረን ፍሌቸር (ናይ ቅድም ተጻዋታይ ዩናይትድ)። እዚ ከኸውን ከኣ ስጳኛዊ ኣንደር ሄረራ
ኣይክእልን’የ። ምኽንያቱ፡ ምስ ክለብ ባርሳ ግዜ ብፍላይ ኣብ ሜዳኦም ስታድዩም ክሰለፍ ኣለዎ። “ሲልቫ ሓደ ብሓደ ክትሕዞ እንተፈቲንካ’ሞ ከምኡ ትገብር ከም ዘለኻ
ወይ ማድሪድ ኣይተጻወትኩን። ስለ’ዚ ኣብ ኦልድትራፎርድ 6ብ1 ዝተዓወትናሉ ግጥም እንተፈሊጡካ ሒዙካ ናብ ጸጋማይ ክንፊ’ዩ ዝኸይድ። ንስኻውን ምስኡ ከይድካ ኣለኻ።
ክላሲኮ ተጻዊተ ኣይፈልጥን እየ። እንተኾነ ኩሉ ነገር’ዩ ቀይሩ። ካብኡ ንደሓር ናብ ናይ የማን ክንፊ ተኸላኻላይ ተቐይርካ ማለት’ዩ። ኣብ’ዚ ህሞት ሊሮይ ሳነ ንማእከል’ዩ
ግን፡ እዚ ግጥም ዓቢ ኣገዳስነት ኣለዎ። ሜዳ ክመጽኡ ከለው ይኹን ኣብ ዝኾነ ዝኣቱ። ናይ የማን ክንፊ ተኻላኻላይካ ናበይ ክኸይድ ኣለዎ ክግንዘብ ኣለዎ። ሄረራ እቲ
ሕማቕ ተጻወት ጽቡቕ፡ ዝኾነ ውጽኢት ቦታ ክንራኸብ ከለና ብዝለዓለ ከኽብሩና’ዮም ዝበልሐ ተጻዋታይ ዩናይትድ እዩ። ኣሰልጣኒ ንዕኡ ዝሃቦ መምርሒ ጥራይ ዝዝክር ዘይኮነ፡
ይረኸብ ብዘየገድስ፡ ግጥም ደርቢ ክሳብ ዝኾነ ዝረአዩ። ምክብባር ኣብ ኩሉ ዘሎ እንድዩ። ናይ ምልእቲ ጋንታ መምርሒ ብዝግባእ ዘተግብር እዩ። ስለ’ዚ ንሲልቫ ምቁጽጻር ጥራይ
ብዘይመጠን ኣገዳሲ ግጥም እዩ። እቲ ቀንዲ ነጥቢ ግን፡ ኣጠማምታ ዩናይትድ ዘይኮነ፡ ብዘለዎ ናይ ምቅላስ ባህሪ፡ ንህርመት ጸወታ ዩናይትድ ክቕልስ ስለ ዝኽእል ሞሪኖ
ኢኤስፒኤን፦ ንህሉው ኩነታት ማንቸስተር ኣብ ልዕሊ ሲቲ ተቐይሩ እዩ። ክረብሓሉ ዝኽእል ኩርናዕ ኣዩ” ይብል ፍሌቸር።
ዩናይትድ ኣብ ግምት ብምእታውከ?
ሲልቫ፦ ዩናይትድ ካብ ቅልጣፈ
ተወዳዳርነት ዝደሓረት ትመስል ኣላ። ይኹን ዝመስለኒ፡ ካብ ኣብ እንግሊዝ ንላዕሊ ኣብ ስጳኛ
እምበር፡ ብሉጻት ተጻወትቲ ኣትውንን ክለብ
እያ። ኣብ መወዳእታ ዓመት ኣብ ዝህሉ
ግጥም ደርቢ ማንቸስተር ዝያዳ ውዕዋዐ ኣሎ። ኮይኑ ግን፡ ንነፍሲ ወከፉ
ፍሉይ እዩ። ዝበለ ጓርድዮላ “ብርግጽ ንደገፍቲ
ኣቃውማ እዚ ሊግ ካብ ብሉጻት ኣርባዕተ ዓቢ ነገር እዩ። ኣብ ወርሒ ሕዳር ኢና ግን ዘለና።
ብዙሕ ትርሕቕ ኣይመስለንን። ብሓፈሻ “መዕገርገርቲ ጎረቤት” ፈርጉሰን ንደገፍቲ እዩ ክበሃል ይከአል። ኣብ’ቲ እዋን’ቲ ዩናይትድ የብሉን። ከም ዝመስለኒ እዛ ጋንታ ትመሓየሽ ምናልባት እቲ ኣብ ኦልድትራፎርድ እነካይዶ ናይ
ኣብ’ዚ ሊግ ምስ ካልኦት ክለባት እነካይዶ ሲቲ ዘጠመቖም መጸውዒ እዩ። እዚ ከኣ ኣንጻር ኒውካስል ኣብ ዝነበራ ግጥም ዝኾነ ከም ዘላ ርዱእ እዩ። ኣብ ምክልኻልን ንግጥማት ካልኣይ እግሪ ጸወታ ዝያዳ ኣገዳስነት ክህልዎ እዩ”
ብርክት ዝበለ ሚዛን ዝወሃቦ ዓበይቲ ግጥማት ብድሕሪኡ’ውን ንተሃላላኽነት እዘን ክለባት ሰማይ’ዩ ውጽኢት የጋጥም፡ ካብ መዝነቱ ክባረር ምዃኑ’ዩ ብጽቡቕ ኣብ ምጅማርን ግን፡ ዝያዳ ክንዓቢ ኣለና፡ ኢሉ።
ኣሎ። ምስ ከም ችልሲ፡ ሊቨርፑል፡ ቶተንሃም፡ ኣዕሪግዎ። ማንቸስተር ዩናይትድን ማንቸስተር ዝግለጽ ዝነበረ። ብፍላይ 2ብ0 ምስ ተመርሐ ” ኢሉ። “ምስ ኩዕሶ ይኹን ብዘይኩዕሶ ዝጓየዩ ዝቃለሱ
ኣርሰናል። ከም’ዚኦም ዝበሉ ዓበይቲ ግጥማት ሲቲን ብታሪኽ ሓንቲ ጋንታ ምንባረን’ዩ ዝግለጽ። ከኣ እሞ፡ እቲ ዝበሃል ዝነበረ ሓቂ መሲሉ ነይሩ። ናይ መወዳእታ ርክብ ክልተ ማንቸስተር፡ ተጻወትቲ ዘለውዋ ጋንታ እየ ዝዕዘብ ዘለኹ።
ዝርከብዎ እዩ ፕሪመር ሊግ። እዚ’ዩ ‘ቲ ናይ ድሕሪ ምፍልላየን ግን፡ ደርዘናት ዓመታት ዝኸደ ይኹን እምበር፡ ተጻወትቱ ካብ ድሕሪት ተበጊሶም ዝሓለፈ ሚያዝያ እዩ ነይሩ። ኣብ’ቲ ግጥም ቅድሚ ገለ ሳምንታት ኣብ ስታድዩም ስታምፎርድ
ፕሪመር ሊግ ፍሉይነት። ምትፍናን ዘለወን ክለባት’የን ኮይነን። ፕሪመር ሊግ 3ብ2 ብምዕዋት፡ ንውጽኢት ብግልባጡ ክኸውን ዩናይትድ ካብ ድሕሪት ማለት ካብ 2ብ0 ተበጊሳ ብሪጅ - ሓደ ካብ’ቶም በዳህቲ ሜዳታት፡
ኢኤስፒኤን፦ ሎሚ ክለባት እዛ ከተማ ኣብ ብኸም’ዚ ዘለዎ መልክዕ ዳግማይ ካብ ዝውደብ፡ ስለ ዝገበሩ፡ ‘ምብራር ሞሪኖ’ ዝብል ዘረባ፡ ከም 3ብ2 ምዕዋታ ናይ ትማሊ ተዘክሮ እዩ። ተጻወትቲ ዩናይትድ ክሳብ መወዳእታ ደቒቕ
ኩሉ ግጥማት ንመበል 177 ግዜአን ክራኸባ ኣብ ውሽጢ 25 ዓመታት፡ ዩናይትድ 20 ግዜ ኣውሊ ወጋሕታ ንእለቱ’ዩ ሃፊፉ። ኣብ ማእከላይ ጋንታኡ ማዕረ ማዕረ’ቶም ናይ ምጥቃዕ ንኽዕወቱ’ዮም ተቓሊሶም። ኣንጻር ጁቬንቱስ ኣብ
እየን። ብርእይቶኻ ኣርሓ እዛ ከተማ ኣየነይተን ጽዋእ’ቲ ውድድር ዓቲራ። ሲቲ፡ ኣብ መወዳእታ ሰሙን ኣብ ዝተኻየደ ግጥም ሻምፕዮንስ ሊግ፡ ኣተሓሳስባ ዘለዎም ተጻወትቲ ሲቲ ብተመሳሳሊ ኢጣልያ ተዓዊቶም’ዮም። ብዛዕባ ምምሕያሾም
ክለብ እያ - ሲቲዶ ዩናይትድ? ዘመነ ስልጣን ሰር ኣሌክስ ፈርጉሰን ኣብ ማን. ዩናይትድ በቲ ኣብ ግዜ ሰር ኣሌክስ ፈርጉሰን ፍልስፍና ጸወታ ክትገጥም እንተኾይና ንዝቐረበሉ ሕቶ ኣይኮነን” ብምባል ድማ ንህሉው ኰነታት
ሲልቫ፦ ሚዛን ሓይሊ እዛ ከተማ ኦልድትራፎርድ’ያ ጽዋእ ፕሪመር ሊግ ክትዓትር እትልለየሉ ኣገባብ፡ ንጁቬንቱስ ካብ ድሕሪት ሕቶ - ሞሪኖ፡ “ክንፍትን ኢና። ብዘለና ድርኺትን መጋጥምቱ ይገልጽ።
ብዘይጥርጥር ተቐይሩ እዩ። ንሕና ላዕለዋይ ጀሚራ። ዩናይትድ ድሕሪ ፈርጉሰን ዛጊት ዋንጫ ተበጊሳ 2ብ1 ምስረትዓታ፡ ኣብ ኦልድትራፎርድ ምንቕቓሕን ክንዕወት ኢና ኣይብልን። ግን፡ ካብ ነፍሲ-ወከፍ ጋንታ ጽቡቕን ሕማቕን ኩነታት
ኢድ ጨቢጥና ኣለና። ፕሪመር ሊግ ኣየልዓለትን። ሲቲ ግን፡ ሰለስተ ግዜ ሓድሽ ጸዓት ተፈጢሩ ኣሎ። ማን.ዩናይትድ ኣብ ሜዳና ወጻኢ ክልተ ከበድቲ ግጥማት ኣንጻር ኣለዋ። ዝበለ ጓርድዮላ፡ “ኣብዚ እዋን’ዚ ንሳቶም
ኢኤስፒኤን፦ ካብ መዓስ እስከ ግለጸልና። ሻምፕዮን ኣቢላ’ላ። ዝሓለፈ ሸውዓተ ግጥማት እንኮሳዕ እያ ተረቲዓ ዓበይቲ ክለባት ኣካይድና - ቸልሲን ጁቬንቱስን። ርእሰ ተኣማማንነት ኣለዎም። ኣብ ታሪኽ፡ ማን.ሲቲ
ሲልቫ፦ ቅድሚ ሸሞንተ ዓመት እየ ናብ’ዛ ከተማ ማንቸስተር፡ ማእከል ኣፍቀርቲ ኩዕሶ - ኣብ ግጥም ሻምፕዮንስ ሊግ ብጁቬንቱስ። ጽቡቕ ውጽኢት ከኣ ረኺብና፡” ድሕሪ ንማን.ዩናይትድ ክትረትዓ ቀሊል ኣይነበረን።
ክለብ ተጸምቢረ። በቃ ካብኡ ንደሓር’ዩ ሚዛን እግሪ ዓለም ካብ እትኸውን ሳልሳይ ዓመተ እቲ ብድሆ ኮይኑ ዘሎ ግን፡ ድሕሪ 2 ጥቅምቲ ምባል፡ “እቲ ጽቡቕ ውጽኢት ኣብ ጁባና እኳ ዩናይትድ ዝያዳ ሲቲ ብዝሒ ዓወታት ኣለዋ።
ስፖርት ኮይኑ። እዚ ክኸውን ዝኸኣለ፡ ክለብ መስመር ምክልኻላ ሸቶ ካብ ምዝራቑ ዓዲ እንተዘይሃለወ፡ እቲ ብቕዓት ግን ኣሎ። እወንታዊ ኣስጋእቲ መቐናቕንቲ እዮም። ካብኦም ሰለስተ
ማን.ሲቲ ንስጳኛዊ ኣሰልጣኒ ፐፕ ጓርድዮላ ድሕሪ ዘይምውዓሉ እዩ። ኣብ ከም’ዚ ኩነታት እናሃለወት ስምዒትና ኣብ ቦትኡ ስለዘሎ ክንፍትን ኢና” ነጥቢ ምውሳድ ዓቢ ነገር’ዩ፡” ኢሉ።
መደብ ጸወታ ምቑጻራን፡ ማን.ዩናይትድ ከኣ ንፖርቱጋላዊ ጆሴ እምበኣር’ያ፡ ሎሚ ምሸት ኣንጻር’ታ ኣብ ኢሉ። ሲቲ ብኣላይነት ጓርድዮላ ኣብ ሜዳኣ ካብ
ሞሪኖ ብምሻም ምላሽ ሃበት። ፈርጉሰን፡ ንጓርድዮላ ዝሓለፈ ክልተ ግጥማት 12 ሸቶታት ዘመዝገበት “ፍሉይ ኣጋጣሚ ክኸውን’ዩ። እንተኾነ ዝዓበየ ዘካየደቶ 44 ግጥማት፡ ክልተ ግዜ ጥራይ እያ
ሎሚ ሰንበት ናብ ኦልድትራፎርድ ከምጽኦ ኣብ ዝሰርሓሉ ዝነበረ ማንቸስተር ሲቲ ክትገጥም። ሲቲ፡ ኣብ ዝሓለፈ ግጥም እዚ ዓመተ ስፖርት ኢልካ ክትሰምዮ ተረቲዓ። 33 ግዜ ክትዕወት እንከላ 122 ሸቶታት
ፕሪመርሊግ እዋን፡ ጓርድዮላ ግን ብኣንጻር እዚ መንገዲ ናብ ሽዱሽተ ተጸወታታት 23 ግዜ’ያ ኩዕሶን ሰኪዐትን ታህዋኽ’ዩ፡” ኣሰልጣኒ ማን.ሲቲ ፐፕ ጓርድዮላ ኣመዝጊባ። ብኣንጻር’ዚ፡ ዩናይትድ’ያ ኣንጻር ናይ
ኢትሓድ ምግዓዙ ንህልኽ’ዘን ክለባት ተወሳኺ ኣራኺባ። እዛ ጋንታ ድሕሪ 19 መስከረም 2018 ንናይ ሎሚ ግጥም ኣመልኪቱ ዝሃቦ ርእይቶ እዩ። ጓርድዮላ ሲቲ ኣብ ኢትሓድ ዝበዝሐ ዓወት
ሊቨርፑል ምስ ፉልሃም ሰዓት 3፡00 ነዳዲ’ዩ ኮይንዎ። ኣይተረትዐትን። ኩሎም ግጥማት ደርቢ ፍሉያት እዮም። ከም ኣመዝጊባ።
ቸልሲ ምስ አቨርቶን ሰዓት 5፡15 ጓርድዮላን ሞሪኖን ኣብ’ዚ ዝሓለፈ ኣስታት ኣብ መሳልል ሰሌዳ ክለባት ፕሪመር ሊግ፡
ማንቸስተር ሲቲ ምስ ማንቸስተር ዓሰርተ ዓመት፡ ንጸወታ ኩዕሶ እግሪ ክለባት ቀላሲት ዘላ ማን,ሲቲ፡ ኣብ ስታድዩም ኢትሓድ
ዩናይትድ ሰዓት 7፡30 ኤውሮጳ ዝተቖጻጸርዎ ኣሰልጠንቲ እዮም። ነታ ሻውዓይ ደረጃ ዘላ ማንቸስተር ዩናይትድ
ኣርሰናል ምስ ዎልቭስ ሰዓት 7፡30 ጓርድዮላ፡ ኣብ 2008 ምስ ክለብ ባርሴሎና ከተአንግዳ እያ።
ዝጀመሮ ዕዮ ኣሰልጣንነት፡ ዓወት ኣብ ርእሲ ዓወት ጆሴ ሞሪኖ፡ ጋንታኡ፡ ንግጥማት ብጽቡቕ
ላ ሊጋ እናኾማመረ፡ ብመንገዲ ጀርመን - ባየር ሙኒኽ ኩነታት እንተ ዘይጀሚራቶን ኣጸዋውታኣ
ኣላቨስ ምስ ሁሰካ ሰዓት 2፡00 ኣቢሉ’ዩ ኣብ ስታድዩም ኢትሓድ ዓስኪሩ። እንተዘየማሓይሻን ክትሰዓር ከም እትኽእል
ባርሰሎና ምስ ሪ.በቲስ ሰዓት 6፡15 ሞሪኖ፡ ኣብ 2003-04 ኣብ ክለብ ፖርቶ ብዝፈጸሞ ብምእማት ንተጻወትቱ ኣጠንቂቑ’ሎ። ዩናይትድ
ራዮ ቫለካኖ ምስ ቪያሪያል ሰዓት 8፡30 ቅያ ዓወት ሻምፕዮንስ ሊግ፡ ኣብ ሓጺር እዋን ኣብ ማእክላይ ሰሙን ካብ ድሕሪት ተበጊሳ ንጁቬ
ሰቪያ ምስ ኢስጳኞል ሰዓት 8፡30 ተደላዩ ኣሰልጣኒ ክኸውን ብምብቃዑ፡ ብቸልሲ ዝረትዓትሉ፡ ኣብ’ዚ ዓመተ ስፖርት ተመሪሓ
ሰልታ ቪጎ ምስ ሪ. ማድሪድ ሰዓት 3፡00 ኢንተር ሚላንን ሪያል ማድሪድን ኣቢሉ’ዩ ናብ ውዒላ ዘመዝገበቶ ራብዓይ ዓወት’ዩ። በዚ ድማ’ዩ
ኦልድትራፎርድ ግዒዙ። ሞሪኖ፡ “ቅድሚ መጋጥምትና ሸቶታት እንተደአ
ሰሪ ኣ
እዞም ኣሰልጠንቲ ብዘመዝገብዎ ዓወታት ተመዝጊቡና፡ ኣርኪብና እንዕወተሉ መዓልቲ
ኣታላንታ ምስ ኢንተር ሰዓት 2፡30
ጥራይ ኣይኮኑን ንጸወታ ኩዕሶ እግሪ ክለባት ዘይክመጽእ ይኽል’ዩ” ክብል፡ ብቕድሚ ትማሊ
ኢምፖሊ ምስ ኡዲነዘ ሰዓት 5፡00
ዓለም ተቖጻጺሮምዎ። እንታይ ደኣ፡ እንተላይ ዓርቢ ኣብ ዘካየዶ ጋዜጣዊ መግለጺ ሓቢሩ።
ክየቮ ምስ ቦሎኛ ሰዓት 5፡00
ብዝኽተልዎ ነንበይኑ ፍልስፍናን ቅዲን “ብቐሊሉ ኢድና እንህብ ጋንታ ኣይኮናን፡”
ሮማ ምስ ሳምፕዶርያ ሰዓት 5፡00 ኣጸዋውታ’ውን’ዩ። ዝበለ ሞሪኖ ኣስዒቡ፡ “ንሕና እንቃለሰሉ መንገዲ
ሳሱኦሎ ምስ ላዝዮ ሰዓት 8፡00 ጆሴ ሞሪኖ፡ ቅድሚ ሓደ ወርሒ ዝነበሮ ኩነታት እንፈጥር ክለብ ኢና። ንዓቢ ምህላውና ከነረጋግጽ
ሚላን ምስ ጁቬንቱስ ሰዓት 10፡30 መሪኖን ጓርድዮላን ኣብ ባርሰሎና ኣሰልጣኒን ተጻዋታይን
ምስ ህልው ሃዋሁ ክነጻጸር እንከሎ፡ ክልተ ጫፋት ኣለና። ኣብ ኣቀራርባና ጥራይ ግን ክኸውን ኣብ ዝነበሩሉ ግዜ
ሓዳስ ኤርትራ መበል 28 ዓመት ቁ.62 11 ሕዳር 2018 - ገጽ 8

ሎሚ፡ ብዛዕባ’ቶም ከም ፋሽን


ብምዃን - ብፍላይ እኳ ብመንእሰያት
ኣመና ዝዝውተሩን ምስ ዓበይቲ
ዘይምቅዳው ዘምጽኡ ዘለዉን -
ውቃጦን ስቝሬንን
ምውቃጥን ምስቋርን ከነልዕል ኢና። ስራሕ ስነ-ጥበብ ኰይኑ፡ መውሓሲ ዘይተደልዩ መልእኽትታት ትኸውን
ምውቃጥን ምስቋርን (Tattooing እንጌራኦም እዩ ክበሃል ይከኣል። ከይትህሉ ምፍላጥ ኣገዳሲ እዩ። ኣብ
and earring) ካብ ጥንቲ ጀሚሮም፡ ኣብ ካልእ ሸነኽ ድማ፡ ዝፈትዉዎ ነብስኻ እናሻዕ ገዛእ ሕልናኻ ዝወቕሰካ
ዳርጋ ኣብ ብዓለሙ፡ በዚ ሎሚ ኣብ ውልቀ-ሰብ፡ ዘምልኹዎ እምነትን ነገር ከይተቐምጥ ተጠንቀቕ።
መንእሰያት ተዘውቲሮም ዝረኣዩዎ ፍቕሪ ሃገርን ንምግላጽ ይውቀጡ። ብዛዕባ ውቃጦስ እዚ ኢልና።
ዘለዉ መልክዕ ዝነበሩ እዮም። ካብ’ዚ ፍልይ ብዝበለ ከኣ፡ ንሓደ ንስቝሬንከ ብኸመይ ንርእዮ።
ውቃጦ፡ ሓደ ንነዊሕ ዝጸንሕ ስራሕ ዘይተቐበሉዎ ጉዳይ ከም መግለጺ ስቝሬን፡ ሓደ ካብ ዓይነት መመላኽዒ
ወይ ንድፊ-ጥበብ ኣብ ኣካላት ወዲ- ተቓውሞን ኩነኔን ዘዘውትርዎ ኰይኑ፡ ኣብ እዝኒ ዝንጥልጠል ዓይነት
ሰብ እዩ። ብነኣሽቱ ብስዓት (ጨዳዳት) ጉጅለታት ኣለዉ። እዚ ክበሃል እንከሎ፣ ስልማት እዩ። መብዛሕትኡ ግዜ ድማ
ኣብ ቆርበት ድማ ይፍጸም - ብበላሕቲ ውቃጦ ናይ ጥዕና ጸገም እውን የምጽእ ብቅርጺ ቀለቤት ወይ ዓንኬል ወይ
ነገራት ከም መርፍእን ዓጽምን። ኣብ እዩ። እዚ ከኣ ኣብቲ ትውቀጠሉ ግዜ፡ እውን ብዓንቃሪቦ ኣብ ለምላሚቶ
ሃገርና ድማ ብከም ውልዶ እሾኽ እቲ እትጥቀመሉ መሳርሒ ዘይመኸነ (መስቈሪቶ) እዝኒ ኣትዩ ይንጥልጠል።
ጨዓ ይትግበር። ምስ ዝኸውን ረኽሲ የስዕብ’ሞ፡ ብፍላይ እዚ እቲ ጥንታዊን ልሙድ ዝነበረን
ምውቃጥ፡ ሓደ ዝጠንተወ ንሽኮርያ ዘለዎምን ኣብ ዘይተደልየ ኰይኑ፡ ሎሚ ግና ብብልሓታውያን
ፈጠራታት ህዝብታት እዩ። ብዝሰፍሐ ተነቃፊ ኣካል ንዝውቀጡን ክሳብ ናብ መሳምር ዘይሩ ብምስጣም፡ ኣብ እዝኒ
ሸነኹ፡ ንጽባቐ ወይ ንመልክዕ ሞት ከብጽሕ ይኽእል። ብዘይመኸነ ብዝጠብቕ ኣገባብ ተበጺሑ ኣሎ።
ኢልካ እዩ ዝግበር። ኣብ ቀዳሞት ነገር ገይርካ ንኣካላትካ ምውጋእ ዘምጸኦ ኣብ ሓባራዊ ኣጠቓቕማ ስቝሬን
ግሪኻውያንን ሮማውያንን ግና፡ ካብ ካልእ ሳዕቤን እውን ኣሎ። ምምሕልላፍ ምስ እንርኢ፡ ኣብ ኩሉ ሕብረተ-ሰባት
ንመግለጺ ጽባቐ ፍልይ ብዝበለ፡ ሕማም ኤች ኣይ ቪ። ምኽንያቱ ደም ኣብ ክልቲኡ እዝኒ እዩ። ኣብ ኣፍንጫ
ከም ሕላገት (መለለዪ) ንገላዩኦምን ክሳብ ዝወጽእ ስለ እትሃርሞ። ከኣ ሳሕቲ - ግና ኣብ ሓደ እዝኒ እውን
ገበነኛታት ንዝብሉዎምን ይጥቀሙሉ ናብ ሃገርና ንመለስ እሞ ብዛዕባኡ ኣሎ። ኣብ ሓደ እዝኒ ምስቋር ኣብ ዘመነ-
ምንባሮም ጽሑፋት ይምስክሩ። ንላዘብ። ምውቃጥ ኣብ ሃገርና ጸኒሑን ተሃድሶ ኣብ ኤውሮጳ እውን ልሙድ
ሰዓብቲ ሃይማኖታት ኣይሁድን ኣሎን። መብዛሕትኡ ድማ ደቂ-ኣንስትዮ ነይሩ እዩ። ኣብ ናይ ምብራቕ ታሪኽ
ክርስትናን ድማ - ካብ ቀደሞም ንጽባቐ - ኣብ ክሳደንን ግንባረንን፡ ስቝሬን ምስ እንርኢ፡ ስቝሬን ብክልቲኡ
ከም መግለጺ እምነቶምን ነናቶም ደቂ-ተባዕትዮ ከኣ ጉራማይለ ግርጻን ጾታታት ይዝውተር ነይሩ። ኣብ ምዕራብ
ንክህልዎም - ኣብ ግርጻን ይውቀጡ። ንእስራኤልን ግብጺን ሓዊስካ፣ ስቝሬን
ሓቅነቱ ብዘየገድስ፡ ንደቂ-ኣንስትዮ ይምልከት። ደቂ-ኣንስትዮ
ከም ፈውሲ ብደቂ-ኣንስትዮኡ እውን ንፍሉያት
ተባሂሉ ጉርንጉሪት ደቂ ዓይኒ-መዓር ደቂ-ኣንስትዮ። ኣብ
ዝሓመማ እውን ግሪኻውያንን ሮማውያንን ድማ ንኩለን
ይውቀጣኦ እየን። ደቂ-ኣንስትዮ ይምልከተን ነይሩ።
እዚ እቲ ዝጠንተወ ኣብ ጉርጓሕ መቓብር ቀዳሞት
ተግባራት ክኸውን ግሪኻውያን ነበርቲ ወሽመጥ ክሪማን
ከሎ፣ ድሒሩ ዝተረኸበ ኣሰር ናይ 4ይ ክፍለ-ዘመን
ዝመጸአ ምውቃጥ ስቝሬን፡ ብኣሰራርሓኡ ስልጡንን ጽባቐ
ከም ዓለምና ዘለዎን እዩ። ኣብ ቤተ-መዘክር በንካይ
ኰይንና - ክሳብ (Benkai Museum) ተዓቂቡ ዝርከብ
ኣብ ሕንብርትን ፊሊግሪ (Filigree) ዝበሃል ትተዖ ናይ
ጡብን በጺሑ 7ይ ክፍለ-ዘመን፡ ንዓበይትን ደቂ-ዓበይትን
ኣብ ክሊፓትና ተባሂሉ ዝተሰርሐ ስቝሬን ብተለዋዋያይ
ይረአ ኣሎ። ኣብ ዓይነት ሜታል፡ ብቕጥኒታት ወርቂን
ኢድን ቅልጽምን ብሩርን ዝተቘነነን ዝተሰርሐን ኮይኑ፡ እቲ
ምውቃጥ፡ እቲ ቅጥኒታት ንሓድ-ሕዱ ብምልሓም ከም
ዝበዝሐ ተርእዮ ዝተሓሓዝ ዝተገብረ ርቀት ዘለዎ ጥበብ
እዩ። ግና’ኸ ከምቲ ዝሓለፎ እዩ። ኣብ ናይ ኢትሩርያ (Etruria)
ልዕል ኢልና ዝተባህሉ ኣብ ምዕራብ ኢጣልያ ከባቢ
ዝረኣናዮ፡ ኣብ ቶስካና ኣብ ዝነበረት ናይ ጥንቲ ሃገር
ዓለም ሎሚ ንብዙሕ ዝነበሩ ህዝቢ - ኣብ ከውሒ ዝተነድለ
ትርጉምን ይትግብርዎ ምንባሮም ዘይምልከተና ነገር ምውቃጥ ይመጽእ መቓብር እውን፡ ብሉልን ካልኦት ብሉጻት
ምስክርነት ኣሎ። ኣሎ። እቶም እንውቀጥ ፈሊጥና ኣብለጭለጭቲ ኣእማንን ዝተሰርሐ
ሓደ-ሓደ ህዝቢታት እውን ክንውቀጥ ኣሎና። ስቝሬን ኣሎ። እዚኣቶም ገለ ካብቶም
ንምውቃጥ፡ ከም መግለጺ ክብረትን ሓደ ፍሉጥ ስነ-ጥበባዊ ንበሎ ዝጠንተዉ ተረኺቦም ዘለዉ ዓይነታት
ልዕልነት ማሕበራዊ ደረጃን ስፖርታዊ ስለዝገበሮ - ክንገብሮ ስቝሬን ኰይኖም፡ ስቝሬን ካብ ነዊሕ
ይጥቀሙሉ እዮም። እዚ፡ ኣብ ይግባእ ድዩ? ምናልባት ንሱ ንሓደ ጀሚሩ ምንባሩ ይሕብሩና።
ህዝብታት እኩባት ደሴታት ደቡብ ዘየድልዮ ነገር ንምምልካት ወይ ኣብ ሃገርና እውን ስቝሬን ልሙድ መመላኽዒ ዝመጹ ከም ክዳንን
እንተዀይኑ፡ ዝመንደለ ወይ ዝዀርተፈ
ሰላማዊ ውቅያኖስ ፍሉጥ እዩ። ኣብ ንምቅዋም ኢሉ ይገብሮ ይህሉ። እዩ። ኣብ ደቂ-ኣንስትዮን ንመመላኽዕን ምቕምቃምን፡ ብዓቕሞም ባህላዊ ወራር
ማለት - ኣብ እዋኑ፡ መምዘኒ ንበረኻ
ከም በዓል ኒው-ጊኒ ንመንእሰያት ንሕና ነዚ ከይፈለጥና ገይሩዎ ኢልና ድማ ይትግበር። እቲ ዝገደመን ንነዊሕ የኸትሉ እዮም። እቲ ጠገለ ዘይብሉ
ወፊሩ ንኩሉ ህይወት በረኻ መሊኹ
መርኣያ ጽባቐ እዩ። እዚኣቶም ድማ ንገብሮ፣ ምስ ፈለጥናዮ ድማ ንጠዓስ። እዋን ተፈታውነት ዝነበሮን ዓንኬላዊ ካብ እዝኒ ወጻኢ ዝግበር ምስቋር፡
ነብሱ ብቑዕ ገይሩ ዝኣተወ ማለት እዩ
እቶም ካብ ጥንቲ ጀሚሮም ልሙዳት ምናልባት እውን ብሕጊ ዘሕትተና ኣሰራርሓ፡ ኣብ እዝኒ በሲዕካ ዝኣቱ ሓደ ካብኡ እዩ። ሎሚ ብዓለም ደረጃ
እምበር፡ ንዝዀነ ዝጐበዘ ማለት ኣይኰነን።
ዝጸንሑ እዮም። እንተ ሎሚ፡ ውቃጦ ክኸውን ይኽእል። ነዚ ምስ ፈለጥና ስቝሬን ድማ ይዝውተር ነይሩ። ብዘይካ ጉዳይ ምስቋር፡ ናብ ዝኸፍአ ገጹ ናብ
ስለ’ዚ ጽቡቕ መዐቀኒ ይመስል። እቶም
ብፍላይ ኣብ ምዕራባዊ ዓለም፣ ገለ ብፍላይ እቲ ዝተወቀጥናሉ ኣገባብ ኣብ ደቂ-ኣንስትዮ፡ ወለዲ ዘዝወለድዎም ዘሕፍር ሸነኹ እዩ ዝኸይድ ዘሎ። ኣብ
ኣእዛንና እንስቈር፡ ብሓቂዶ ንነብስና
ከም መፍለዪ ኣባልነት ናይ ሓደ ጉጅለ ቀልጢፉ ዘይሃስስ ወይ ዘይብረዝ ምስ ዝሞቱዎም፣ ነቲ ዝተወልደ ሓደ እዝኑ ሃገርና ግዳ ኣይቦታኡን፣ ኪኖ እዝኒን
ብፈተነ ኣሕሊፍና ብቕዕቲ ገይርናያስ
ሃይማኖት ንበሎ ካልእ፣ ወይ እውን ምስ ዝኸውን፡ ዘሕምም ይዀነና። ምስቋር እውን ነይሩ እዩ። ንዝዀርተፈ ኣፍንጫን ኣይከይድን እዩ።
መንዲልና ኢና? በዚ ኣይነመኽኒ - ፋሽን
ማሕበራዊ ደረጃታት ንምቕያር ክትውቀጥ እንከለኻ ቅድሚ ወይ ዝመንደለ ወዲ፡ ሓደ እዝኑ ምስቋር ጴጥሮስ ተፈሪ
ኰይኑ ክንስቈር ደስ ስለዝበለና እዩ ደኣ
ይጥቀምሉ ኣለዉ። ምውቃጥካ ብስነ-ምግባር፡ ብሕግን እውን ነይሩ እዩ። ምናልባት ነዚ ደዀን ምንጪ - The new encyclopedia
ንበል።
ውቃጦ፡ ብጽቡቕ ጐድኑ እንተደኣ ስርዓትን ዘየሕትተካን ዘየጣዕሰካን ይኸውን ከም መመኽነይታ - ቀደም Britannica
ከም ውቃጦን ካልኦት ምስ
ተጠሚቱ፡ ንገለ ሰባት ከም ፍሉይ ምዃኑ ኣረጋግጽ። ግዳይ ናይ ነይሩ እዩ እናበልካ ዝመኻናየሉ? እወ
ተረኛ ፋርማሲ ዕለት ጎደና ቁ.ስልኪ
ቤት መሸጣ መድሃኒት ሰላም 11/11/18 ጎደና ሰላም ቁ.47 122350
ቤት መሸጣ መድሃኒት ምሕረት 11/11/18 ጎደና መረብ ቁ-18፡ ከባቢ ካምፖቦሎ 124151
ፋርማሲ ኖቫ 11/11/18 ጎደና ዓይገት ቁ- 214፡ ፓስጣ ዕዳጋ ዓርቢ 07120574
ፋርማሲ ካቴድራል 12/11/18 ጎደና ዶጎሊ -171-65፡ ከባቢ ኣልፈርማዮ ጥቓ እንዳ ኦርሲ ጋራጅ 127188
ፋርማሲ ቁ.1 መዓልታውን ለይታውን ኣገልግሎት ትህብ ቁ.ቴሌፎን 127565

You might also like