Professional Documents
Culture Documents
148.ሰአል ለነ እም ኢትዮጵያ
156.
ከመ ጸበል
149. S¯M} UeK?’ K?K=} UeK?’ /፪/
ከመ ጸበል ዘነፋስ ዘረውዎ ደብረ ይድራስ /፪/ ´”~ cT°ƒ /፪/ pዱስ ጊዮ`ጊe /፬/ ኧኸ
ለብጹዕ ወለቅዱስ/፫/ ጊዮርጊስ ሰማዕት /፪/ k”U Ÿ — ጋ` ’¨< K?K=ƒU Ÿ — ጋ` /፪/
እንደ ነፋስ ትቢያ በተኑት በይድራስ ተራራ /፪/ ÃI cT°ƒ /፪/ pዱስ ጊዮ`ጊe /፬/ ኧኸ
ብፁዕንና ምስጉንን/፫/ ጊዮርጊስ ሰማዕት /፪/ 158.ገሃደ ቀዊሞ
በበግማድ
150. ÑHÅ k©V u¨<e} ›¨<É k©V ¨<e} ›¨<É /፪/
በበግማድ ሥጋሁ መተሩ/፫/ Ñ>Ä`Ñ>e cuŸ ƒ”X›? V~ K¨MÉ /፪/
ቅዱስ /፫/ ጊዮርጊስ ሞዖሙ ለጸሩ /፪/ ƒ`Ñ<U:- pÆe Ñ>Ä`Ñ>e uÓMê ›Åvvà qV
ትርጉም፡- በየጥቂቱ ሥጋውን ቆራረጡት ቅዱስ ¾¨MÉ” ƒ”X›?¨<”“ V~” ›e}T[::
ጊዮርጊስ ጠላቶቹን አሸነፋቸው፡፡ 159.ጸለየ
151. ዘረዉ ሥጋሁ ጸKየ pዱስ ጊዮ`ጊ>e ”² ÃwM /፪/
›=ƒÓÉó K’õe¾ ›=¾c<e ¡`e„e /፬/ ኧኸ
ዘረዉ ሥጋሁ /፬/
ƒ`Ñ<U:- pዱስ ጊዮ`ጊ>e እ”Ç=I c=M KS’ Ñ@ታዬ
ኧኸ/፬/ አባ ጊዮርጊስ መንግሥተ ክብር/፪/ ወረሰ በሰላም/፪/ ›=¾c<e ¡`e„e Jà ’õc?” ›ƒ}ªƒ::
ትርጉም፡- ለጌታ ክብር ብሎ ሥጋውን የዘሩት ቅዱስ
160. መጽአት
ጊዮርጊስ አባታችን የመንግስተ ሰማያትን
ክብር ወረሰ፡፡ መጽአት ወለታ ለሔሮድያዳ ኀበ ንጉሥ ወትቤሎ ሀበኒ
በፃህል/፪/
152. መክብበ ሰማዕት
ሀበኒ በፃህል ርእሰ ዮሐንስ ባህታዊ/፪/ ክቡር /፪/
መክብበ ሰማዕት ጊዮርጊስ ፍጡነ ረድኤት ቅዱስ/፪/
ትርጉም፡- የሔሮድያዳ ልጅ ወደ ንጉሥ መጣች
ኃያል /፬/ መዋዔ ደራጐን ኃያል ገባሬ ኃይል /፪/ የክቡር ወንጌላዊውን/መጥምቁን/ የዮሐንስንም ራስ
ትርጉም፡- የሰማዕታት አለቃ ሹም የሆንከው ፍጡነ ስጠኝ አለችው፡፡
ረድኤት ቅዱስ ጊዮርጊስ ደራጐንን /የመስከረም ዚቅ ይመልከቱ/
የሚያሸንፍ ኃይልን የሚያደርግ ነው፡፡
206. ጾመ እግዚእነ
ጾS እግዚ=እ’ /፪/ uእ”+›’ /፪/
›`›ÁG< ŸS ¾Hu’ /፬/
ƒ`Ñ<U:- K— ›`›Á ÃJ’” ²”É Ñ@ታ‹” ëS::
209. ጾም ወጸሎት
ëU ¨çKAƒ ¨}ópaƒ /፪/
HÃT•ƒ ¨Uꪃ ታÉኅ” እVƒ/፪/ ታuጽI
S”ÓY} cTÁƒ /፪/
ƒ`Ñ<U:- ëU çKAƒ“ Sðnk` HÃT•ƒ“
Uꪃ ŸVƒ ታÉ“K‹ ¨Å S”ÓY}
cTÁƒ ታÅ`dK‹::
ሃፍትን ክብርን ዓለም ብፍፁም ንዒቕካ ናይ ድንግል ማርያም ፍቕሪ ምስ በረከት /፪/
ምእንተ ፅድቂ ኢልካ ስደት ዝመረፅካ ይብዘሐላ ንዓለም ክኸውን መድሓኒት /፪/
ፍቕሪ አቦን ኣዶን ኣረጋዊ ንድሕሪት ገዲፍካ
ክሕደት ልዮን ፀሊእኻ ኣረጋዊ ኢትዮጵያ መፃእኻ፡፡ ናይ መስቀሉ ኪዳን እዩ መድሓኒና /፪/
ብደሙ ኢናሞ ህይወት ዝረኸብና /፪/
ብሃይማኖት ፅንዓት ፍፁም ዝጠንከረ
ፅድቂ ንኽምስክር ገዳም ዝሓደረ ናይ ቅዱሳን ፀሎት ናይ ፃድቃን በረከት /፪/
ብናይ ጎይታ ፍቓድ ኣረጋዊ ስልጣን ተዋሂቡ ይሕደር ምስ ኩልና ናይ መላእኽቲ ረድኤት /፪/
ንገበል ኣዚዙ ኣረጋዊናብ ዳሞ ደይቡ፡፡
ብፍቕሪ ክንነብር ብፍፁም ትሕትና /፪/
ብዓል ምሉእ ክብሪ ኣምላኹ ፈታዊ ጥበብካ ሃበና እግዚአብሄር አምላኽና /፪/
ብፆም ፀሎት ስግደት ዝፀንዐ ባህታዊ
ፀጋ መንፈስ ቅዱስ ይሕደር ምስ ኩልና /፪/
ካብ ሞት ተሰዊርካ ኣረጋዊ ብምግባር ብእምነት
ይፅናዕ ሃሌሉያ ዘለኣለም ኣባና /፪/
ኣቦና ባርኸና ኣረጋዊ ንኽንረክብ ምሕረት፡፡
75. ከምዝሰማዕናዮ
79. ገብርኤል ሊቀ መላእክት
ከምዝሰማዕናዮ ብነብያት ትንቢት ጋህዲ ኮይኑ ርኢናዮ/፪/ ገብርኤል ሊቀ መላእክት ትቐውም አበ ቅድሚ ፈጣሪ/፪/
ሰበ ዝኾነ አምላኽ አብ ደንበ ደቂሱ/፪/ አብ ቤተ ከይንጋገ ከይንጠፍእ ምርሐና ንኽንረክብ ክብሪ /፪/
ልሔም ረኺብናዮ /፪/
ንዑ ርአዩ ዘገርም ነገር አምላኽና ክሳብ ንፈልጥ ንፅናሕ ብፅንዓት
ምስጋና ነቕርበሉ ስለ ዝገለፀልና ምሥጢር/፪/ ኢልካ አረጋጊዕኻዮም ንመላእኽቲ ሰማያት
ሰብ ዘይኸውን አምላኽ ሰበ ኮይኑ ርድአና ክንፀንዕ ንሕናውን ብጸሎት
መለኮት ብመጠን ወዲ ሰብ ርኢናዮ ተወሲኑ/፪/ ትእዛዝ ፈጣሪ ክንሕሉ ፀኒዕና ብእምነት
ንመዋዕል ግዝአቱ ፍፃመ ዘይብሉ
ሥጋ አዳም ተዋሂዱ ዘበን ተቖፂሩሉ /፪/ አናንያ አዛርያ ሚሳኤል ብሽም ፈጣሪኦም
ዘይረአይ ተራእዩ ዘይፍለጥ ተገሊፁ ናብ ሐዊ ምስተደርበዩ ምእንቲ እምነቶም
ወልደ እግዚአብሔር ሕያው ብሐቂ ሰብ ኮይኑ/፪/ ነበልባል ማይ ጌርካዮ ኮይንካ አብ ማእኸሎም
ካብቲ ዓብዪ ጥበብ ዓለም ዝፈጠረሉ /፪/ ንፈጣሪ አመስገኑ ካብ ሞት ብምድሐኖም
ኣዝዩ ይበልፅ ንዓና ዘድሐነሉ /፪/
ናብ ፍሉሕ ማይ ክድርበዩ ምስተፈረደሎም
ቂርቆስ ንአዲኡ አፅኒዑ ክልቲኦም ጠንኪሮም
ብእምነት ምስ አተው ክንድሕን ኢና ኢሎም
ምንም ከይተጎድኡ ቀልጢፍካ በፃሕኻሎም
u›=/*/}/u?/¡/Ö/u?/¡ Tኅu[ pÆd” 39
ጥ^ዝ - ፬
80. ገብረ መንፈስ ቅዱስ
ገብረ መንፈስ ቅዱስ ናይ ዝቋላ ሐርበኛ
አብ ውሽጢ ባሕሪ ሚእቲ ዓመት ዝፀለኻ /፪/
ሰሚዑካ አምላኽ ምሒሩልካ ንኢትዮጵያ
ምሒሩልካ ንዓና ደቅኻ /፪/
81. ሐቂ እምበር
ሐቂ እምበር ሓሶት ዘይብሉ
ድሕነት ደቂ ሰባት ዝተፈፀመሉ
ንኹሉ ዝተውሃበ ንማንም ከይፈለየ
ፍቕሪ ክርስቶሰ እዩ አብ መሰቀል ዝተርኣየ/፪/