You are on page 1of 71

ጥረ ሓንጎል

ኣብ ትሕቲ ጽላል ጉጅለ ብ ዶክቶር ሓድነት ዑቕባይ ዝተዳለወ


ጥረ ሓንጎል
ናይ ሓንጎል ጥረ ኣብ ሓንጎል ዘለዎ ዝተፈላለዩ ዋህዮታት ብዘይንቡርን
ብዘይቁጽጽርን ክባዝሑ ከለዉ እዮም
ጠንቅታት ጥረታት ሓንጎል

 ጀነቲካዊ ድርኺት
 ተውርሶኣዊ ረቋሒታት – ኒሮፋይብሮማቶሲስ፣ ቱበሮስ
ስክለሮሲስ፡ ቱርኮት ሲንድሮም፡ ሊፍራሞኒ ሲንድሮም፡
ጎርሊን ሲንድሮም
 ናይ ቫርይረስ ረኽስታት፡ ኤፕስቴን ባር ቫይረስ፡ ኤች.ኣይ.ቪ
 ኣከባብያዊ ብከላታት፡ ምቅላዕ ኣፋውስ ጻህያይ፡
ኢንዱስትርያዊ ኬሚካላት
 ልዕሊ 50 ዓመታት ዕድመ
ጠንቅታት ጥረታት ሓንጎል…….

 ምቅላዕ ጨረርታ (ፍወሳ ጨረርታ፡ ሲ.ቲ ስካን)


 ቅድሚ ሕጂ መንሽሮ እንተኔርካ
 ኣብ ስድራ ጥረታት ሓንጎል ቅድሚ ሕጂ እንተኔሩ
ብተውርሶ ዝስዕብ ኔሮፋይብሮማቶሲስ ሕማም
ደረጃታትን ዓይነታት ጥረ ሓንጎል፧

ኣብ ቅልጣፈ ዕብየቶምን ድሕሪ ፍወሳ ናይ ምድጋስ ባህሪኦምን


ናይ ሓንጎል ጥረ ኣብ 2 ይኽፈሉ፡
•ሕያዎት ጥረታት ሓንጎል፡ ቀዳማይን ካልኣይን ደረጃታት
ኮይኖም ቀስ ኢሎም ዝዝርግሑ እዮም
•ናይ ምዝርጋሕ ባህሪ ዘለዎም ጥረታት ሓንጎል፡ ላዕለዋይ
ደረጃታት (ሳልሳይን ራብዓይን ደረጃታት) ኮይኖም ልዑል መጠን
ምምቅቃል ዋህዮታትን ዝርገሐን ዝረኣየሎምን እዩ
ሕያዎት ጥረታት ሓንጎል
 ግልዮማ (26.5%) ጥረታት ናይ ደገፍቲ ዝኾኑ
ዋህዮታት
 መኒንጅዮማ (36.3%) ጥረታት ሽፋን ሓንጎል ዝኾኑ
መኒንጅስ
 ኣካውስቲክ ኒውሮማ ጥረ ናይ ኣብ ሚዛን ዝነጥፉ
ዋይሆታት
 ክራንዮፋርይንጅዮማ ጥረታት ናይ መሰረት ሓንጎል ቲሹ
 ሀማንጅዮብላስቶማ ካብ ሰራውር ደም ናይ ሓንጎል
ዝነቅሉ
 ፒቱትያሪ ኣደኖማ (16.2%) ኣብ መሰረት ናይ ሽክና
ትርከብ ፒቲትያሪ ጽኪ ዝረአ ጥረ
ካብ ካልኦት መንሽሮታት ናብ ሓንጎል ዝዝርግሑ ሕማማት

መንሽሮታት፡
ሳንቡእ
ጡብ
ኩሊት
ሜላኖማ
መዓንጣ
ጽኪ ታይሮይድ
ማህጸን ጥረታት
ፕሮስቴት
ኣስትሮስይቶማ

MRI T1 weighted T2 weighted flair


ግልዮብላስቶማ

MRI T1 weighted T2 weighted


ሜድሎብላስቶማ
መኒንጅዮማ

ሲቲ ስካን ኤም.ኣር.ኣይ
መኒንጅዮማ

Meningioma near
optic nerve on the
right side
መርመራ ሲቲ ስካን ናይ ሓንጎል
ሚኒንጅዮማ

መርመራ ሰራውር ደም
(ኣንጅዮግራፊ)
ጥረታት ናይ ፒትዩታሪ ጽኪ
ካብ ካልእ መንሽሮታት ናብ ሓንጎል
ዝሓለፈ

ሲቲ ስካን ኤም.ኣር.ኣይ
ምልክታት ጥረ ሓንጎል፧
ኣብቲ ተጠቂዑ ዘሎ ክፋል ሓንጎል ተሞርኲሱ እዞም ዝስዕቡ
ምልክታት ኣለዉ፡
ብርቱዑ ወይ ቀጻሊ ወይ’ውን ሃንደበታዊ ቃንዛ ርእሲ
ምንፍርፋር ኣካላት
ብቀጻሊ ዝረአ ዕግርገር፡ ተምላስን ምድንዛዝን
ኣብ ጠባይ ለውጥታት ምርኣይ ንኣብነት ከም ጸገማት
ምዝካር፡
እንዳዛየደ ዝኸይድ ምስናፍ ወይ ምልማስ ክፋላት ኣካላት
ናይ ምርኣይ ወይ ምስማዕ ጸገማት
ኮልተፍተፍ ምባል
ቃንዛ ርእሲ
ምንፍርፋር ኣካላት
ዕግርግርን ተምላስን
ማልማስ ገለ ክፋል ኣካላት
ጸገማት ምስማዕ
ጥረ ሓንጎል ክሳዕ ክንደይ ኣብ ዓለምና ይረአ፧

• 32% ናይ ጥረታት ሓንጎል ናይ መንሽሮ ባህሪ ኣለዎም


• ኣብ ቆልዑ ድሕሪ መንሽሮ ናይ ደምን ጽክታትን ብሳልሳይ
ደረጃ ሒዙ ይርከብ። ብመጠነ ሞት ዘስዕቡ መንሽሮታት
ኣብ 3ይ ደረጃ ተሰሪዑ ይርከብ
• ኣቲ ዝበዝሐ ጥረታት ሓንጎል ዝረኣየሉ ቦታ ንሓንጎልና ሽፋን
ኮይኑ ዘሎ መኒንጅስ ኢዩ።
• ዓለም ለኸ ዝግበር መጽናዕቲ ከምዝሕብሮ ኣብ ሓንጎል ካብ
ዝነቅሉ ዘይዝርግሑን ዝዝርግሑን ጥረታት 296,851
ሰባት ኣብ ዓመተ 2018 ተጠቂዖም

ነጸርታ መርመራን ጥረ ሓንጎል፧

መጀምርታ ሓኪም ዝገብሮ ኣካላዊ መርመራ ከም፡


ናይ መሓውር ሓይሊ
ሪፍለክስ ወይ ጅማት ናይ ቀላጽም ሃንደበት ምስ ተሃርመር
ዝርአ ካብ ውኖ ቁጽጽር ወጻኢ ዝኾነ ነጥሪ
መርመርራ ምስማዕን ምርኣይን ዓቅሚ
ናይ ቆርበት ስሚዒታት ከም ምትንካፍ፡ ረስኒ፡ ቃንዛ ወዘተ
ሚዛን ኣካላት ከመይ ከም ዘሎ ዝካየድ መርመራ
ምዝካርን ናይ ሓንጎል ንጥፈትን ከም ናይ ቁጽሪ ምድማርን
ምርባሕን፡ ዕለትን መዓልትን ዘለዎ ቦታ ምፍላጥ
መርመራ ናይ መሓውር ሓይሊ
ሪፍለክስ ወይ ጅማት ናይ ቀላጽም ሃንደበት ምስ ተሃርመር ዝርአ
ካብ ውኖ ቁጽጽር ወጻኢ ዝኾነ ነጥሪ
መርመራ ምስማዕን ምርኣይን ዓቅሚ
ናይ ቆርበት ስሚዒታት ከም ምትንካፍ፡ ረስኒ፡ ቃንዛ ወዘተ
ሚዛን ኣካላት ከመይ ከም ዘሎ ዝካየድ መርመራ
ነጸርታ መርመራን ጥረ ሓንጎል፧….

 መርመራ ሲቲ ስካን
 ሜ.ኣር.ኣይ
 ኤልክትሮኢንሰፋሎግራም (ኢ.ኢ.ጂ)
 መርመራ ፓዮፕሲ ናይ ጥረ
መርመራ ሲቲ ስካን
ሜ.ኣር.ኣይ
ኤልክትሮኢንሰፋሎግራም (ኢ.ኢ.ጂ)
ኣብ ግዜ መጥባሕቲ ዝካየድ ናይ ባዮፕሲ ቲሹ ንላባራቶሪ ምውሳድ
ፍወሳ ጥረ ሓንጎል

o መጥባሕቲ
o ኣብ ግዜ መጥባሕቲ ራድዮ ነጽጊ ዘለዎ ኬሚካል ተጠቂምካ
ዝወሃብ ፍወሳ
o ፍወሳ ኪሞ
ኣብ ጥረ ሓንጎል ዝወሃቡ መድሃኒታት

 ፍወሲ ምንፍርፋር ዘገልግሉ መድሃኒታት


 ኮርቲኮስተሮይድ
 ፍወሲ ቃንዛ ርእሲ
 ኣፋውስ ዕግርግርን ተምላስን
ኣሉታዊ ሳዕቤናት ፍወሳ ጥረታት ሓንጎል፧

 ካታራክት
 ኣብ ምሕሳብ፡ ምዝካር፡ ቋንቃ፡ ናይ ምምዛን ክእለት ዝረአ
ሽግራት
 ሕማም ምንፍርፋር
 ጉድለት ምስማዕ
 ዘይፍርያምነት
 ቃንዛ መርዘን
 ጉድለት ትርኢት
 ምድንዛዝ፡ ምስናፍ ወይ ድማ ምልማስ ክፋላት ኣካላት
 ስትሮክ
ካታራክት
ደገፋዊ ሓገዛት

• ፊዝዮቴራፒ
• ኣብ ስራሕን ገዛን ዝግበር ዕዮታት ንምስላጥ ዝግበር ሓገዛት
• ናይ ዘረባን ቋንቃን ሓገዛት
ፊዝዮቴራፒ
ምክልኻል ጥረ ሓንጎል

I. ስሩዕ ሕክምናዊ መርመራ ብጥዑይካ ምግባር


II. ትንባኾ፡ ኣልኮልን ፍኑው ጾታዊ ርክብን ኣወግድ
III. ካብ ጎዳኢ ዝኾነ ጨረርታ ተከላከል
IV. ስሩዕ ብብዝሒ ኣሕምልትን ፍረታትን ዘለዎ ኣመጋግባ
ተኸታተል
V. ሚዛን ኣካላትካ ኣብ ንቡር ክሕሎ ጸዓር
VI. ኣካላዊ ምንቅስቃስ ን ሰሙን ብውሑዱ 3 ሰዓታት ግበር
ኣልኮላዊ መስተ ኣወግድ
ሽጋራ ምትካኽ ኣቋርጽ
ኣካላዊ ምንቅስቃስ
ኣሕምልትን ፍረታትን ምዝውታር
ምኽሳዕ ኣጉድል
ረኽሲ ኤች ፓይሎሪ
 ረክሲ ኤች ፓይሎሪ ብ ኤች ፓይሎሪ ዝበሃል ኣብ ከስዐ ዝነብር
ባክተርያ ዝመጽእ ነድሪ ከስዐ እዩ።
 ኣብ ሃገርና ኣዝዩ ግኑን ኮይኑ ቅድሚ ልዕሊ 10 ዓመታት ኣቢሉ ልዕሊ
90 % ዝርገሐ ኔርዎ
ኣነባብራ ኣመጋግባን ህዝብና ነቲ ረክሲ ዝያዳ ከምዘጋድድ ይገብር

 ገለ ካብኣቶም፡
 ልዑል መጠን ቀመም ከም በርበረ፡ ሽሮ፡ ጅንጅብል ምዝውታር

 ጋዝ ዘለዎ መስተታት ከም ኮካ፡ ፋንታ፡ ስፕራይት፡ ማይ ጋዝ ምጥቃም

 ኣልኮላዊ መስተታት ከም ስዋ፡ ሜስ፡ ድሙ ድሙ፡ ቢራ፡ ኣረቂ፡ ጅን፡


ዊስኪ
 ምትካኽ ሽጋራ ኣብ ነኣሽቱ ክፋላት ሕብረተሰብና ብብዝሒ ምጥቃም

 ባህላዊ ቡን ብብዝሒ ምዝውታር

 ሻሂ ብብዝሒ ምስታይ

 ቅብኣት ከም ዘይቲ ኣብ ጸብሒ ምብዛሕ ወይ ጠስሚ ካብ መጠን


ንላዕሊ ምዝውታር
ምልክታት ረኽሲ ኤች ፓይሎሪ
 ቃንዛ ኣፍልቢ ወይ ምቅጻል ኣፍልቢ
 ቅርጸት ከብዲ
 ዕግርግር ወይ ተምላስ
 ምዕጻው ሸውሃት
 ቀጻሊ ምጉሳዕ
 መንፋሕቲ ከብዲ
 ሚዛን ምጉዳል
 ዝተብልዐ መግቢ ምስጋድ
 ልብካ ትሃርም ከምዘላ ከተስተውዕል ከለኻ
 ኣዝዩ መጺጽ ፈሳሲ ኣብ ጎሮሮ ምስትምቃር
ምልክታት ረኽሲ ኤች ፓይሎሪ….
ካልኦት ሕልፍ ኢሎም ዝረኣዩ፡
o ረስኒ ከብዲ እግሪ

o ረስኒ ውሽጣዊ ናውቲ ከብዲ

o ምንቃጽ ከናፍር

o ቃንዛ ወይ ውግኣት ማእከላይ ክፋል ሕቆ

o ምድንዛዝ ገለ ክፋላት ኣካላት

o ማዳ ናይ ገጽ

o ወዘተ………………………………….
ምልክታት ረኽሲ ኤች ፓይሎሪ
ዝርገሐ ምትሕልላፍን ረኽሲ ኤች ፓይሎሪ….
 ኣብ 2000 ዓመተ ምህረት 50% ካብ ህዝቢ ዓለም በዚ
ሕማም ተለኺፎም ኔሮም
 ኣብ ህዝብና ግኑን እዩ
 ብዝያዳ ኣብ ድኻታት ሃገራት ይረአ
 ካብ ሰብ ናብ ሰብ ብምራቅ (ብሓንሳብ ክትምገብ ክትሰቲ
እንከለኻ) ይመሓላለፍ
 ኣብ ሽቃቅ የእዳው ብሳሙና ብጉቡእ እንተዘይተሓጺቡ
ድማ ናብ ካልእ ሰብ ክብክል ይከእል
 ኣብ ተጨቃጪቆም ዝነብሩ ሰባት ግኑን እዩ።
መርመራ ኤች ፓይሎሪ
ዝተፈላለዩ ኣገባብ መርመራ ኣለዉና
•ኣብ ደምና ኣንጻር እቲ ባልዕ ተብሂሉ ዝስራሕ ኣንቲቦዲ ዓቂና
ንፈልጥ
•ናይ ቀልቀል መርመራ
•ናይ እስትንፋስ መርመራ
•መርመራ ኢንዶስኮፒ
ኣብ ደምና ኣንጻር እቲ ባልዕ ተብሂሉ ዝስራሕ ኣንቲቦዲ ዓቂና
ንፈልጥ
ናይ ቀልቀል መርመራ
ናይ እስትንፋስ መርመራ
መርመራ ኢንዶስኮፒ
ፍወሳታት ኤች ፓይሎሪ
ስለስተ ዓይነታት ከኒናታት ን ከባቢ 10 ክሳዕ 14 መዓልቲ
ንወስዶም። እዞም መድሃኒታት እዚኣቶም ከም፡
ኦሞፕራዞል ወይ ፓንቶፕራዞል ወይ ላንሶፕራዞል
ኣሞክሲሲሊን
ክላሪትሮማይሲን
ሜትሮኒዳዞል

ኢዮም።
ኣመጋግባ ንኹሉ ግዜ ክትጥቀመሉ
ዘለካ፡
ከኒና ፍወሳ ጥራይ ኣኻሊ ኣይኮነን። ነቲ በዞም ባክተርያ ዝሰዓበ ነድሪ
ክትመልሶን፡ ዳግም ከይመጸካ ክትከላኸሎን እንተደሊኻ ነዚ ዝስዕብ
ኣመጋግባ ክትክልከል ኣለካ፡
በርበረ
ቡን
ጋዝ ዘለዎም ምስተታት
ኣልኮል
ሻሂ
ጅንጅብል
ቀመም ዝበዝሖም ከም ሽሮ
ቅብኣት
ኣብ መግብኻ በርበረ ኣወግድ ወይ ኣጉድል
ቡን ኣወግድ ወይ ኣዚኻ ኣጉድሎ
ጋዝ ዘለዎም ምስተታት
ኣልኮል ኣወግድ
ሻሂ ኣወግድ ወይ ኣጉድል
ቀመም ዝበዝሖ ከም ጅንጅብል ሽሮ
ኣጉድል
ትንባኾ ኣወግድ
ቅብኣት ዝበዝሖ መግቢ ኣጉድል
ኣመጋግባ ንኹሉ ግዜ ክትጥቀመሉ
ዘለካ፡
 ኣሕምልትን ፍረታትን 80% ካብ መግብታትካ ክኾኑ ኣለዎም።
 ማይ ብብዝሒ ክትሰቲ ኣለካ
 ዝኾነ ምሳኻ ዝነብር ዝሓመመ እንተሎ መታን ከየሕልፈልካ፡ ግቡእ
ፍወሳ ክወስ ኣለዎ
 ምልክታት ዘይብልካ ክነሱ ምሳካ ክነብሩ ስለዝኽእሉ መርመራ ጌርካ
እንተረጋገጽካ ዝበለጸ ይኸውን
ዝኾነ ርእይቶ ሕቶ እንተሎ?

You might also like