You are on page 1of 89

ኣጠማምታና!?

ዘይተርፈ ቀንዱ ፫ ኵነት


በዝሒ ህዝቢ ዒሇምና ወይ ሓዯ ሃገር
፩፥ ብዛዕባ በዝሒ ህዝቢ፤
 ዘርኢ ዯቂሰባት እዙ ሕዚ ዝኒሀዎም ምስሉ
ዝሓዘለ ቅዴሚ 50 ሽሕ ዒመት ምዃኑ
ስነህዝባዊ ታሪኽ ዒሇም (ወይ’ዉን world
population history) ይገሌፅ፤
 ክሳዕ ሕዚ’ዉን ኣብ ዒሇምና 108 ቢሌዮን ሰብ
ከምዝተወሇዯ፤ ካብ’ዚኣቶም እዉን እቶም
ኣስታት 7.8 ቢሌዮን ብሂወት ከምዘሇዉ፣ እቶም
ዝተረፈ 100.2 ቢሌዮን ግና ተወሉድም ግን
ብሂወት ከምዘየሇዉ መፅናዕቲታት ተቐማጥነቱ
ኣብ ዋሽንግተን ዝገበረ Population Reference
Bureau (PRB) ይሕብሩ።
….ዝቐፀሇ
 ዘዝተወሌዯ ገሉኡ ኣብ ዕዴሚኡ ኣብዝሓ ዴማ
ኣብዘይ ዕዴሚኡ ብሞት እናተፇሇየን እናተቐጠፇን
ህዝቢ ዒሇም ንፇሇማ እዋን በዝሑ ሓዯ ቢሌዮን
ዝመሌአ ኣብ ቀዲማይ መፊርቕ መበሌ 19
ክፌሇዘበን ከምዝኾነ መዛግብቲ ታሪኽ ስነህዝቢ
ይሕብሩ።
 ዴሕሪኡ ግና ኣብ ሓፂር እዋናት ክሌተ ቢሌዮን፣
ሰሇስተ ቢሌዮን፣ ኣርባዕተ ቢሌዮን፣ ሓሙሽተ
ቢሌዮን፣ ሽደሽተ ቢሌዮን እናበሇ ሕዚ ኣስታት 7.8
ቢሌዮን በፂሑ ይርከብ፤ ዴሕሪ 30 ዒመት
ማሇት’ዉን ብ2050 ዒ.ም.ፇ በዝሒ ህዝቢ ዒሇም
ካብ’ቱ ሕዚ ዝኒሀዎ ብ ክሌተ ቢሌዮን ወሲኹ ሌዕሉ
9.8 ቢሌዮን ከምዝኾን ግምታት PRB የርእዩ።
….ዝቐፀሇ
 ኮታስ፤ ኣብ ዝሓሇፇ 70 ዒመታት ጥራሕ በዝሒ
ህዝቢ ዒሇምና ካብ ዝነበሮ ትሕቲ 2.5 ቢሌዮን፤
ብሌዕሉ 5 ቢሌዮን ወሲኹ ናብ’ቱ ሕዚ ዝኒሀዎ
ብርኪ በፂሑ ኣል።
 እምበር ኣብ ቀፀሌቲ 30 ዒመታት’ዉን በዝሒ
ህዝቢ ዒሇምና ብ2 ቢሌዮን እንተወሲኹ ኣብ
ሓዯ ክፌሇዘበን ጥራሕ፤ ማሇት’ዉን ካብ 1950
ክሳዕ 2050 ዒ.ም በዝሒ ህዝቢ ዒሇም ካብ እቱ
ዝነበሮ 2,516,000,000 ብ 7.3 ቢሌዮን ወሲኹ
ኣስታት 9.8 ቢሌዮን ክኸዉን’ዩ ይብለ፤ ሰብ
ሞያ እቱ ዘፇር።
….ዝቐፀሇ
 እዙ ወሰኽ እዙይ ንዒሇምና ጸጋ ዴዩ ወይስ ፀገም ዝብሌ ክትዕ
ዯሓር ንምሇሶ ኮይኑ እዙ ኣብ’ዙ ሌዕሌ ክብሌ ዝተፀርሐ ጉዕዞ
ምኢቲ ዒመታት (ካብ 1950 ክሳዕ 2050 ዒ.ም.ፇ) ዝገሃዴ ዘል
ሇውጢ ግና ብዒይነቱ ፌሌይ ዝበሇ ንምዃኑ ዘካትዕ ኣይኮነን።
 ከም’ቱ ሌዕሌ ክብሌ ዝተገሇፀ፤ ኣብ ሞንጎ ዉሌዯትን ሞትን
ዝነበረ ሚዛን ብዙሕ ሻዕ ዲርጋ ማዕረ፣ ማዕረ፤ ሓዯ ሓዯ ሻዕ
ሞት ዝያዲ ካብ ዉሌዯት እናበዝሐ፣ ገሇ ስሕት ዝበሇ እዋናት
ዴማ በዝሒ ዉሌዯት ሌዕሉ በዝሒ ሞት እናኾነ ብምምፅኡ
ምኽንያት ዘርኢ ዯቂሰባት ንሓያል ኣሻሓት ዒማዉቲ
ማሇት’ዉን ዴሕሪ 42 ሽሕ ዒመት እዩ ንፇሇማ እዋን 5
ሚሌዮን መሉኡ (ብ6000 ዒመተ ዒሇም)፣ ኣብ ቀዲማይ ዒ.ም
(1 A.D) ዴማ 300 ሚሌዮን ኮይኑ፣ ኣብ 1200 ዒ.ም 450
ሚሌዮን፣ ኣብ 1650 ዒ.ም ፌርቂ ቢሌዮን፣ ኣብ 1750 ዒ.ም
795 ሚሌዮን፣ ኣብ 1850 ዒ.ም ዴማ 1,265,000,000 መሉኡ፤
ኣብ 1950 ዒ.ም እዉን 2,516,000,000 ኮይኑ ሕዚ 2022
ኣስታት 7.8 ቢሌዮን ኣል ተባሂለ ይግመት።
9
10
….ዝቐፀሇ
 ኣብ ዒሇምና ምዉሳኽ በዝሒ ዯቂሰባት
ብዝምሌከት ሰሇስተ ኣረኣእያታት ከምዘሇዉ
ይፌሇጥ፤
◦ ፅሌሙትነት (pessimistic view)፣
◦ ትስፈውነትን (Optimistic view)
◦ ሊንጋ ሊንጋን (neutralistic view) እዮም።
 እዞም ኣረኣእያታት እዚኣቶም ቁሩብ ትንትን
እንትብለ ከም’ዙ ዝስዕብ ይዝርዘሩ።
ኣረኣእያ ፅሌሙትነት (pessimistic
view)፣
 ዒሇምና ንዘጋጥሙዋ ዘሇዉ ፀገማት ኩልም ቀንዱ
መንቀሉኡ ናይ ዯቂሰባት ምብዛሕ እዩ ኢለ
ዝሓስብ እንትኾን ዋሊ እኳ ብቐንደ ክግበሩ ዘሇዎም
በዝሒ ዉሌዯት ምንካይ እዩ ኢለ ዝሰብኽ እንተኾነ
ገሇ ዉፅእ ዝበሇ ርኢቶ ዘሇዎም ዴማ ዝገበርካ ጌርካ
ወይ’ዉን ዝተጠቐምካ ተጠቒምካ በዝሒ ህዝቢ ዋሊ
ክሳዕ ምንካይ (ብፌሊይ ኣብ ኣፌሪቃን ኤስያን
ዘነፃፀረ) ክኽየዴ ይግባእ እዩ ኢለ እዩ ዝኣምን።
 እዙ ኣረኣእያ እዙይ ካብ ቀዯሙ (በዝሒ ህዝቢ
ዒሇም 250 ሚሌዮን ካብዝነበረለ እዋን ኣትሒዙ)
ዝነበረ እኳ እንተኾነ ገንጊኑ ዝወፀ ግና ኣብ 1798
ዒ.ም.ፇ ቶማስ ሮበርት ማሌተስ ዝተባህሇ እንግሉዛዊ
ምሁር “An Essay on the Principles of
Population” ዝብሌ መፅሓፌ ዴሕሪ ምሕታሙ እዩ።
ኣረኣእያ ፅሌሙትነት . . . ዝቐፀሇ
 ከም ኣገሊሌፃ ማሌተስ ዴኻ ማሇት ትርፉ ሰብ
(excess population) እዩ።
 ብምዃኑ’ዉን ዴኻ ምርዲእ ማሇት ሃፌቲ ምምቓሌን
ነቱ ሃፌታም ምዴካይን ስlሇኾነ ተታሒዝካ ዴኽነት
እዩ እሞ ብሓገዝ ወይ በቱይ እናበሌካ ዕዴመ
ዴኻታት ምንዋሕ ትርጉም የብለን ብምባሌ ሽዐ
ኣብ ሃገረ እንግሉዝ ተጣይሸን ዝነበራ ትካሊት ግብረ
ሰናይ ንክዕፀዋንመንግስቲ ምዕድታቱ ኣቕሪቡ እዩ።
 ሕሌፌ እናበሇ እንትመፅእ ዴማ ህዝቢ በዝሑ ኣዝዩ
እናወሰኸ እንተፅጊሙ ኮነ ኢሌካ ሰብ ስራሕ ዝኾኑ
ነገራት ብምትእትታው (ኵናት ወይ ዝተፇሊሇዩ ሰብ
ስራሕ ሕማማት) ክጎዴሌ ምግባር የዴሉ እዩ ዝብለ
ኣሇዉ።
ኣረኣእያ ፅሌሙትነት . . . ዝቐፀሇ
 እዙ ኣረኣእያ እዙይ ወቐሳታት እናበዝሖ ምስከዯ
ቅዋሙ እንተይቀየረ ኣገሊሌፃታቱ ግና ሌዝብ
ዝበሇን neo-Malthusian ብዝብሌ ተመዒራርዩ
ሕዚ ዲርጋ ኩሇን ምዕራባዉያን ሃገራትን ትካሊት
ሕቡራት መንግስታትን ብሙለእ ሌቢ ዝስዕበኦ
ኣረኣእያ እዩ።
 ነዙ ሓሳብ እዙይ ዝቃወሙ ካብ ወያነ ፇረንሳይ
(French Revolution) ኣትሒዞም ግን ዴማ
እናማዕበሇ ዝመፀ ኣረኣእያ ዴማ ኣል “ናይ
ትስፈውነት ኣረኣእያ”።
ኣረኣእያ ፅሌሙትነት . . .
ዝቐፀሇ
◦ እወንታዊ መቆፃፀርቲ (The positive checks) of Malthus are:
 ኵናት Wars,
 ረሃብ Famines,
 ተሊገብቲ ሕማም Plagues,
 ተሊባዕቲ ሕማማት Epidemics
 ብምክሌኻሌ እትቆፃፀሮም The Preventive Checks of Malthus
are:
◦ ዯንጕኻ ምምርዒው Delay in marriage
◦ ምጥቃም መከሊኸሉ ጥንሲ Use of
contraception,
◦ ምንፃሌ ጥንሲ Abortion
◦ ካብ ሓዲር ወፃኢ ፆታዊ ረኽቢ ምፌፃም Sex
outside marriage
ኣረኣእያ ፅሌሙትነት . . .
ዝቐፀሇ
 Our teeming population is the strongest evidence
our numbers are burdensome to the world, which
can hardly support us from its natural elements.
 Our wants grow more and more keen and our
complaints more bitter in all mouths, while nature
fails in affording us our usual sustenance.
 In every deed, pestilence, famine and wars have to
be regarded as remedy for nations as the means of
pruning the luxuriance of the human race (Terullian,
Treatise of the Soul, cited in Morris 2009:1).
ኣረኣእያ ፅሌሙትነት . . . ዝቐፀሇ
 እዙ ሓሰኽሰኽ ዝበሇ በዝሒ ህዝቢ በዝሒ ህዝቢናን
ቁፅሪናም ንዒሇም ከቢዴ ሸከም ይኾና ከምዘል ቀንዱ
መረጋገፂ ኮይኑ ሃፌቲታትን ፀጋታትን ተፇጥሮ
ክሽከመኦ ኣብዘይኽእሊለ ብርኪ ምብፅሑ’ዉን
መረጋገፂ እዩ።
 ዴሌየትና ካብ እዋን ናብ እዋን እናዛዯ፣
ኣንፀርፅሮትና ዴማ ኣዝዩ እናገዯዯ፤ ተፇጥሮ’ዉን
ከም ሌሙዴ እኽሇማይ ክትዕንግሇለ ዘይትኽእሇለ
ብርኪ ብምብፃሓ፣
 ኣብ ኩለ መጋብርና ንኩሇን ሃገራት ከም ነቱፀገም
መነከዪን ከም መፇወሲን ተመሓሊሇፌቲ ሕማማት፣
ረሃብን ጦርነትን ከም ሓዯ መስርሕ ዕሙርነትን
ሌሙዕነትን መነባብሮ ዯቂሰባት ኢሌካ ክተኣታቶ
ይግባእ (Terullian, Treatise of the Soul, cited in Morris
2009:1).
ኣረኣእያ ፅሌሙትነት . . .
ዝቐፀሇ
 At the time the above quotation was written the
total world population was approximately 250
million (Morris 2009: 1) less than a quarter of the
current population of Africa.
 እዙ ኹለ እንትኾንን እንትበሃሌን በዝሒ ህዝቢ
ዒሇምና ኣስታት 250 ሚሌዮን ከምዝነበሮ እሞ
እዙይ’ዉን ትሕቲ ርብዑ በዝሒ ህዝቢ ኣፌሪቃ፤
ትሕቲ ዴማር በዝሒ ህዝቢታት ኢትዮጵያን
ናይጄርያን ከምዝኾነ ምዕዛብ ይከኣሌ’ዩ።
ኣረኣእያ ፅሌሙትነት . . . ዝቐፀሇ
ሓፇሻዊ እቶት እታ
ሃገር
 አቶት ነብስዊ ወከፌ = በዝሒ ህዝቢ እታ ሃገር
◦ ሓንቲ ረይማ ወይ ማሕሲእ እንተተወሉዲ ኣብ’ቱ እታ
ረይማ ወይ በጊዕ ኣብ’ቱ ቦታ ተመቃሊይ ስሇ’ትፀሓፌ
እቶት እታሃገር ወይ’ዉን ነብሲ ወከፌ እቶት እታ
ሃገር ይዉስኽ።
◦ ሓዯ ሰብ እንተተወሇዯ ግና እቱ ዝተወሇዯ ኣብ ረቛሒ
ወይ’ዉን መቓሉ ይፀሓፌ’ሞ እቶት ነብሲወከፌ እታ
ሃገር ይንኪ።
 ስሇ’ዙይ በቱ ዝፀንሐ ኣጠማምታ፤ ካብ ሓዯ ሰብ
ተወሉደ ዝዉሰኽ ሓዯ ረይማ ወይ ማሕሲእ
ተወሉደ እንተተወሰኸ እዩ ሃፌቲ እታ ሃገር
ኣረኣእያ ፅሌሙትነት . . . ዝቐፀሇ
 ነዙይ ከም ምኽኒት ዝሇዒሌ፤
◦ ሰብ እንትዉሇዴ ሓዯ ዝቕሇብ ፌጡር ከምዝተወሰኸ
ጥራሕ እዮም ዝሓስቡ፤ በቱ ካሉእ ገፅ ዴማ፣
◦ እቱ ረይማ ወይ ማሕሲእ፤ ቁሩብ ቀሉብካ ክትሸጦ ወይ
ክትሓርድ እሞ ናብ ዝብሊዕ ነገር ክትቅይሮ ስሇ’ትኽእሌ’ዩ
ይብለ፣
 እዙ ኣተሓሳስባ ምዕራባዉያን እዙይ ክሌተ መሰረታዊ ገይጋታት
ዝሓዘ እዩ፤
 እዙ ኣጠማምታ’ዙይ፤
◦ እንታብ ሰብ ንሊዕሉ ንገንዘባዊ ወይ’ዉን ዝሽየጥ ነገር
ዝያዲ ኣትኩሮት ዝገብር፣
◦ ሰብ ተወሉደ ናብ ዒሇምና እንትዉሰኽ’ዉን ዝበሌዕ ኣፌ
ይዉሰኽ ምህሊዉ እምበር ዝሰርሑ ክሌተ ኣእዲዉን
ንዒኣቶም ዘዋፌርን ዝሓስብን ሓንጎሌ ከምዝተወሇዯ
ክፇሌጥ ዘይዯሉ ኣረኣእያ እዩ።
ኣረኣእያ ፅሌሙትነት . . . ዝቐፀሇ
 ርግፅ’ዩ ሌክዕ ከም’ቱ ህፃን ዝቕሇብ፤
◦ እቱ ረይማ ወይ’ዉን እቱ ማሕሲእ’ዉን ይቕሇብ’ዩ፣
◦ ርግፅ’ዩ፤ ዒይነት ዝበሌዐዎ እዩ ዝፇሊሇ እምበር
ክሌቲኦም (እቱ ህፃንን እተን እንስሳን) ክበሌዐ እዮም
ተፇጢሮም እኳ እንተዘይበሌናዮም እንተይበሌዐ ግና
ኣይነብሩን።
◦ እቱ ሓዯ ሓቂ፤ እቱ በጊዕ ወይ ጥየሌ ክበሌዕ ጥራሕ
እንተይኮነስ ክብሊዕ’ዉን እኮ ይኽእሌ’ዩ ዝብሌ ሓሳብ
ክሇዒሌ ይኽእሌ’ዩ።
◦ እቱ ዝረስዐዎ ነገር ግና እቱ ህፃን ሽዐ ይኹን ዯሓር
ይሓስብ’ዩ፣ ሓሲቡ እዉን ሽንኳይ ናቱስ ናይ
ካሌኦት’ዉን ፀገማት ክፇትሕ ይኽእሌ’ዩ። ከም’ዙይ
ዒይነት ኣብ’ቱ ሰብ ዘል ፀጋታት ምዕራባዉያንን ሰብ
ሞያ ስነቝጠባን ክፇሌጡዎ ኣይዯሌዩን።
ኣረኣእያ ፅሌሙትነት . . . ዝቐፀሇ
 ስሇ’ዙይ ሰብን በጊዕን ኣወዲዱሮም ንኣባጊዕ ካብ
ሰብ ዘብሌፅ ሳይንስ እናምሀሩናን ፅሒፍም
ንባዕሌቶም ክንዱ ዴሊዮም ይዯንቁሩ፤ ንሕና ግና
ፅሑፊቶም ክነንብብ እንታብ ዘግዴደና ሌዕሉ
ክፌሇ ዘበን ተቖፂሩ።
◦ ዝሓሇፇ ሓሉፈ ሕዚ ግና እዙ ኣረኣእያ ፅሌሙትነት
ቀንጢጥና ናይ ባዕሌትና ኣተሓሳስባን ሳይንስን
ንዒሇም እነፊሌጠለ ጊዜ ንርከብ።
 ሓቂ ንዛረብ እንተተባሂለ ግና፤ ዋጋ ሓዯ ሰብ
ብገንዘብ ትትምኖ’ዉን ኣይኮነን።
ኣረኣእያ ትስፈውነትን (Optimistic
view)፣
 እዙ ኣረኣእያ እዙይ ዝኾነ ይኹን ሰብ ዝፌጠር ዝበሌዕ
ኣፌ ጥራሕ እንተይኮነስ ዝሰርሑ ክሌተ ኣእዲው ካብ ኩለ
ንሊዕሉ ግን ዝሓስብ ርእሲ እዉን ሒዙ እዩ እሞ፤ ሰብ
ዝበሃሌ ፌጡር ፇታሒ ፀገም እምበር ፇጣሪ ፀገም ኮይኑ
ኣይፇሌጥን፣ ክኾን’ዉን ኣይኽእሌን ስሇዙይ ክንዱ ዝከኣሌ
ክበዝሕ ዘሇዎ እዩ፤ ኣዉራ ፀጋታት ዒሇምና ሰብ ስሇዝኾነ
ይብሌ።
 እዙ ኣረኣእያ እዙይ ዝሇዒሇ ጠርዚ ዝበፅሐ Julian Simon
ብዝበሃሌ ዝነበረ አሜሪካዊ ምሁር እዩ።
 እዙ ምሁር ሓሳቡ እንትገሌፅ “እቱ ዴኻ ዝበሃሌ ሰብ’ዉን
ምሕሳብ ይኽእሌ’ዩ፣ ኣብ ዴኻታት እምነት ዘይብለ ሰብ
ዴማ ኣብ ባዕለ እምነት ዘይብለ ሰብ ስሇዝኾነ ፉዯሌ
ይቑፀር ኣይቑፀር ብዘየገዴስ ከም’ዙይ ዝበሇ ሰብ ካብ
ዴንቁርና ዘይተሊቐቐ ሰብ እዩ” ክብሌ’ዩ ኣጠንኪሩ
 One of the prominent advocates of the optimist
view of population theory is Julian L. Simon.
According to Simon (1999: 41):
◦ Trained intellects’ should have an assured position of
control in society. Their lack of confidence in the abilities
of the poor to run their own lives is a function of their
own ignorance of daily resourcefulness, creativity, and
ingenuity of people in day-to-day business, and that the
uneducated and poor can really create resources by way
of creating new ideas. Failing to understand these simple
facts betrays a flawed understanding of society and
becomes yet another powerful impediment to clear
thinking about population and resources issues (Simon
1999: 41).
ኣረኣእያ ትስፈውነትን . . . ዝቐፀሇ
 Nevertheless, the reality is that “the average baby
born in England in 2009 can expect to live more
than twice as long as the average baby born in 1798,
while benefiting from considerably greater income
and wealth, as well as more affordable and better
food, shelter and other basic goods not to mention
the proliferation of technologies that make life
more pleasurable.
 According to Simon (1997), people constitute the
ultimate resource of our planet.
ኣረኣእያ ትስፈውነትን . . . ዝቐፀሇ
 ከም’ቱ ቸ ጎቬራ ዝገሇፆ፤
◦ “The life of a single human being is
worth a Million Times more than all
the property of the richest man on
Earth”
◦ “ሂወት ሓዯ ሰብ ካብ ዉህሊሌ ወይዉን
ዴምር ኩልም ሃፌቲታት እቱ ናይ
ዒሇምና ዝሃፌተመ ሰብ ብሚሌዮን ጊዜ
ዝዛየዯ ዋጋ ኣሇዎ”።
 ንዐኡ እዩ ሂወት ሰብ ክቡር’ዩ ንብል።
ሊንጋ ሊንጋ ዝኾነ (neutralistic
view)፣
 እዙኣረኣእያ እዙይ ከምዝገሌፆ፤ እቱ
ኣገዲሲ ነገር፤
◦ እታ ሃገር እንታይ ዒይነት ፖሉሲ ትኽተሌ
ኣሊ፣
◦ ዝወፁ ፖሉሲታት ዘሇዎም ተፇፃምነትን
ዝኣመሰለ ነገራትን፤
 እምበርናይ ሰባት ምብዛሕን ምዉሓዴን
ምስ ኢኮኖሚያዊ ኩነታት ዘራኽብ ነገር
የብለን ዝብሌ ሞንጎኛ ሓሳብ ዝሓዙ
ክንዱሽሕ!!!
 ካብ በዝሒ እናወፃእና፤
◦ ናብ ዒይነት፣
 እቱ ኣገዲሲ ነገር ዝያዲ እቱ ሰብነት ምዃኑ
 ስሇ’ዙይ፤
◦ ሕዴሕዴ ትግራዋይ ኩሇመዲያዊ ዒርሰ ስግግር ክዉን
ክገብር ብምግባር፤
◦ ሓዯ ክንዱ ሽሕ ክኾን ዝኽእሇለ ዕደሌ ምፌጣር’ዩ።
 ብኸመይ?
፪፥ ሰብን ሰብነትን፤ ትግራዋይን ትግራዋይነትን
 ሰብን ሰብነትን፤ ዝኾነ ይኹን ሰብ ክሌተ ነገራት
የካትት፤ መትሐዚን ትሕዝቶን እዮም
◦ መትሐዚ፤ ኣካሊዊ ኵነታትና እዩ። ሰብ ዘብሌ ኣካሌ
ኣሇና፣ ኮታስ ሪእኻ ሰብ ምዃኑ ዝሌሇ እዩ እቱ
መትሐዚ።
◦ ትሕዝቶ፤ እዙይ እቱ ቀንዱ ቁምነገር ኮይኑ ኣብ’ቱ
ዉሽጢ እቱ መትሐዚ ተታሒዙ ዘል እዩ። እዙ
ትሕዝቶ’ዙይ ረቂቕ ንዋት ሓንጎሌና እዩ።
 ክሌቲኦም ኣገዯስቲ እዮም፤ ትሕዝቶ ብዘይ
መትሐዚ ኣይነብርን፣ መትሐዚ ብዘይ
ትሕዝቶ’ዉን ትርጉም የብለን።
 እቱ ቀንዱ ነገር ዒይነትን መጠንን እቱ ትሕዝቶ
እዩ።
መትሐዚን ትሕዝቶን፤ ብንፅፅር
 መትሐዚን ትሕዝቶን፤
◦ ቀንዱ ዕሊማ ትምህርቲ ክሌቲኦም ምሌማዕ እዩ፣
◦ ኣካሊዊ ኩነታትና ንብርኪ ኣተሓሳስባና ስሇዝፀሌዎ፣
◦ ግን ዴማ እቱ ፅለዋ ካብ’ቱ ዝግበኦ ንሊዕሉ ኣለታዊ
ግዯ ከይህለዎ ጥንቃቐ ምግባር የዴሉ።
 ኣብ ካሌኣይ ኵናት ዒሇም ዘጋጠመ ኣብነት፣
 እዙ ኣጋጢሙ ዝኒሀ ኵናት በሰሊታቱ ኣብ ምንካይ፣
 ኣብ ኣካሊዊ ኩነታትና ሙለእ ጥንቃቐ
እናገበርና ዝያዲ ግና ኣብ ክብ ምባሌ ብርኪ
ኣተሓሳስባ ክነትኩር ይግባእ።
 ቀንዱ ዕሊማና ንባዕሌትና ተሇዊጥና ትግራይ
ክንሌዉጣ እዩ፤ ግን ብኸመይ?
ብትግርኛ
 ብንኡሰይ ከሇኹ ዒሇም ክሌዉጥ’የ ዝብሌ ባህጊ ነይሩኒ፤
 ዒሇም ምሌዋጥ ከቢዴ ኮይኑ ረኺበዮ፣ ስሇዙይ ሃገረይ ክሌዉጥ
ፇተንኩ፤
 ሃገረይ ክሌውጥ ከምዘይክእሌ ምስተረዲእኹ ጠመተይ ኣብ
ከተማይ ገበርኩ፤
 ከተማይ’ዉን ክሌዉጥ ኣይከኣሌኩን።
 ኣብ እዋን ዕቤተይ ስዴራይ ክሌዉጥ ፇተንኩ፤
 ገና ሕዚ ኣብ እዋን እርጋነይ ዝተጋህዯሇይ ነገር እንተሃሇወ ኣነ
ክሌውጥ ዝኽእሌ ንባዕሇይ ጥራሕ እየ፤
 ግን ገና ብንእስነተይ ንባዕሇይ ሇዊጠ እንተዝነብር ስዴራይ
ንሇወጥኩ፤ ኣነን ስዴራይን ዴማ ንከተማና ንሇወጥናያ፣ ኣብ
ከተማና ዝመፀ ሇውጢ ዴማ ኣብ ሃገርና ሇውጢ ነምፀአ፤ ሽዐ
ብርግፅ’ዉን ዒሇም ንሇወጥኩዋ።
 ሓዯ ዘይተፇሇጠ ፇሊሲ ብ 1100 ዒ. ም ዝፀሓፍ
33
፫፤ ኩሇመዲያዊ ዒርሰ ሇውጢ ብኸመይ?
 ኩሇመዲያዊ ዒርሰ ሇውጢ ንምምፃእ ዘዴሌዩ
ብዙሓት ክዉገኑ ዝግበኦም ዉራያት ከምዘሇዉ
ይፌሇጥ፤ ገሇ ካብ’ዚኣቶም’ዉን፣
1. እምነት፤ ሙለእ ዘይጎዯል እምነት ኣገዲሲ እዩ፣
2. ይከኣሌ ምዃኑ ኣሚንና ምጅማር፣
3. ዉሽጣዊ ፀጋታትና፣
4. ምህዞን ፇጠራን፣
5. ፀገም ናብ ፀጋ ናይ ምቕያር ተኽእል፣
6. ኣርሒቕካ ምእማት (ከም’ቱ ዘሇዉዎ ጥራሕ ዘይኮነስ ከም’ቱ ክኾኑዎ
ዝኽእለ ጌርካ ምምዕዲው)፣
7. ቅንዕና ግዴን እዩ፣
8. ክብርታትና ብጉቡእ ክንሕብሕቦም ኣሇና፣
9. ዉሕለሌ ምሕዯራ ጊዜ ክህሌወና ኣሇዎ፤
10. ግዯ ንፁር ዕሊማ ሂወት 34
35
፫.፩ እምነት ኣገዲሲ እዩ
 ኩሊትና እንትንፌጠር፤
◦ ነናይ ባዕሌትና ሌኡኽቶ (mission) ኣሇና፣
◦ ንሕና ጥራሕ ክንዉግኖ ዘሇና ሌኡኽቶ፤
 ፌፃመታት ዯቂ ሰባት እንትንዕዘብ
ግና፤
◦ ገሉኡ ነገር ዒሇሙ ቀኒዐዎ ፅቡቕ
እንትነብር፣
◦ ገሉኡ ዴማ ከም ነገሩ ኮይኑ እዋን
እንትዯፌእ ንዕዘብ።
 ነዞም ክሌተ ዒይነት ጫፊት ቀንዱ
36
37
እምነት . . . ዝቐፀሇ
 ምፌሊጥምሽጥር እዙ ኣፇሊሊያት እዙይ
ንዒወትና (ዉሌቃዊን ትካሊዊን ዒወትና) ወሳኒ
ግዯ ኣሇዎ።
◦ ርግፅ’ዩ ብዙሓት ኣፇሊሊያት ምፅራሕ ይከኣሌ’ዩ፤
ኣፇሊሊያት፤
◦ እንዒብየለ ሃገርን ከባቢን፣
◦ ብርኪ ትምህርቲ፣
◦ መዕበያ፣
◦ መጠን ዘሇና ሃፌቲ፣
 ሓዯ ወሳኒ ኣፇሊሊይ ግና፤ ኣብ እምነት ዘል ቀንዱ
ነገር እዩ፤
 ዋሊ እኳ ንመጠን እምነትና ዝዉስኑ ዝተፇሊሇዩ
ጉዲያት እንተሃሇዉ እዉን፤
 ዯቂ ሰባት ዝኣመኑዎን ዝበሃጉዎን ንምዃን
ኣየፅግመልምን፤
 ዋሊ ኣብ ዴሊዮም ጥንኩር ኩነታት ይሃሌዉ። 38
እምነት . . . ዝቐፀሇ
 ምፌሊጥምሽጥር እዙ ኣፇሊሊያት እዙይ
ንዒወትና (ዉሌቃዊን ትካሊዊን ዒወትና) ወሳኒ
ግዯ ኣሇዎ።
◦ ርግፅ’ዩ ብዙሓት ኣፇሊሊያት ምፅራሕ ይከኣሌ’ዩ፤
ኣፇሊሊያት፤
◦ እንዒብየለ ሃገርን ከባቢን፣
◦ ብርኪ ትምህርቲ፣
◦ መዕበያ፣
◦ መጠን ዘሇና ሃፌቲ፣
 ሓዯ ወሳኒ ኣፇሊሊይ ግና፤ ኣብ እምነት ዘል ቀንዱ
ነገር እዩ፤
 ዋሊ እኳ ንመጠን እምነትና ዝዉስኑ ዝተፇሊሇዩ
ጉዲያት እንተሃሇዉ እዉን፤
 ዯቂ ሰባት ዝኣመኑዎን ዝበሃጉዎን ንምዃን
ኣየፅግመልምን፤
 ዋሊ ኣብ ዴሊዮም ጥንኩር ኩነታት ይሃሌዉ። 39
ዘይነፅፌ ዒቕሉ
 ዒሊማና ኩለ ጋህዱ ኮይኑ ክሳዕ እንሪኦ ዘይነፅፌ ዒቕሉን
ዘየቋርፅ ፃዕሪን የዴሌየና፣
◦ ናይ መብዛሕተኦም ሰባት ኣሰራርሓ ዲርጋ ሕዝ ስዴዴ
ስሇዝኾነ ብፌሊይ ጥንክር ዝበሇ ኵነታት እንትገጥሞም
ዕሊመኦም ራሕሪሖሞ እዮም ገፆም ኣዚሮም ንዴሕሪት
ዝምሇሱ፣
◦ ዝጀመርናዮ ነገር ግን ኣብ መፇፀምትኡ ክሳዕ ዝበፅሕ
ኣጥቢቕና ክንሕዞ ይግባእ፣
◦ ዲርጋ 95% ፌፃመታት ዒሇምና ብኸምዙይ ዝበሇ
ኣገባብ ማት’ዉን እንተይተሃከኻ፣ ክንዱ ዴሊዩ ይምረር
እንተየንፀርፀርካን እንተይተማኣእኻን እዮም ኣብ
መወዲእተኦም በፂሖም ዘሇዉ።
◦ ንቐፃሉ እዉን ብከምዙይ ዒይነት ኣገባባት እዮም
ተኣምራት ክፌፀሙ ተቐሪቦም ዘሇዉ።
40
፫.፪ ህንፀት ዒርሰ እምነት
 ኣብ ባዕሌትና እነካይድ ህንፀት ብኣብዝሓ ህንፀት ዒርሰ
እምነትን ፀጋታትካ ብጉቡእ ምጥቃምን ዘዴሀበ ንምዃኑ
ግሌፂ እዩ።
 ኣብ ዒሇም እንትንነብር እቱ ቀንዱ ነገር፤
◦ ክንዱ ዝከኣሌ ምፅዒር ሓዯ ጉዲይ ኮይኑ፣
◦ እቱ ቀንዱ ነገር ግና ክንዱ ዝከኣሌ ዉፅኢታዊ ምዃን እዩ።
◦ ዉፅኢታዊ ንምዃን ዴማ በቱ ቅኑዕ መንገዱ ንጓዒዝ ምህሊውና
ክነጥሌሌ ይግባእ፣
◦ ዒርሰ እምነት ኸዒ ወሳኒ እዩ።
 ስሇዙይ ጉዕዞ ሂወት ንክሰምረሌና ዒርሰ እምነት ሌዐሌ
ተራ እዩ ዘሇዎ።
 ዝተዯሊዯሇ ዒርሰ እምነት ከመይ ነጥሪ ዝብሌ ምርኣዩ
እዉን ኣገዲሺ እዩ። 41
ዒርሰ እምነት . . . ዝቐፀሇ
 ዝተዯሊዯሇ ዒርሰ እምነት ዘሇዎም ሰባት፤
◦ ኩለ ሻዕ ፃዕሪ ኣየቋርፁን፤ ዋሊ ዴሊዩ ተቓዉሞ
የጋጥሞምን መንገዱ ክንዱ ዴሊዩ ይሓርፌፌን ኩለ
ሻዕ ንቕዴሚት እዮም ዝምርሹ።
◦ ሓደሽ ከባቢን ሓደሽ ኩነታትን ምሌማዴ
ኣይፅገሙን፣
◦ እዋን ዕረፌቲን እዋን ስራሕን ፇሌዮም እዮም ዝኸደ፣
◦ ኣብ ካሌኦት ሰባት’ዉን ሙለእ እምነት እዮም
ዘሕዴሩ፣
◦ ንኻሌኦት ሰባት ብዘይምቁራፅ ይሕግዙ፣
◦ ናይ ካሌኦት ሰባት ፃዕሪ ጉቡእ ቦታ ይህቡን ክንዱ
እቱ ክሙገሶ ዝግባእ ጥራሕ እንተይኮነሰ ዋሊ
ወሲኾም’ዉን የሞግሱ
42
43
ዒርሰ እምነት . . . ዝቐፀሇ
 መሇሇዪ ባህረ ዝተዯሊዯሇ ዒርሰ እምነት ዘሇዎም
ሰባት፤
◦ ሓሊፌነት ብዴሌየት ናይ ምቕባሌ ተኽእል ኣሇዎም፣
◦ ሓዯሽቲ ነገራት ብዴፌረት ይፌትኑ፣ ይሳኸዏልም ዴማ፣
◦ ዯገፌን ሓገዝን ካሌኦት ሰባት እንትዉሕዘልም እዩ ዝረአ፣
◦ ዝምስርቱዎ ረኽቢታት ኩለ ኣብ ምትሕሌሊይ ዝምስረት’ዩ፣
◦ ኣጋጣሚታት ብጉቡእ ናይ ምጥቃም ተኽእል ኣሇዎም፣
◦ ኣብ ፇፈርዩ እምበር ኣብ ዯቂቕ መቂቕ ኣዴህቡን፣
◦ ስራሕቲ ብዴፌረት ናይ ምጅማር ተኽእልኦም ሌዐሌ’ዩ፣
◦ ኣዎንታዊን ሃናፃይን ነቐፋታ ካብ ምቕራብ ንዴሕሪት
ኣይብለን፣
◦ ካብ ካሌኦት ሰባት ዝመፀልም ዝኾነ ይኹን ዒይነት ሃናፃይ
ነቐፋታ ብፀጋ ናይ ምቕባሌ ተኽእለኦም ሌዐሌ’ዩ።
44
ዒርሰ እምነት . . . ዝቐፀሇ
 መሇሇዪ ባህረታት ሰብ ትሑት ዒርሰ እምነት፤
◦ ቀናኣት’ዮም፤ ሰብ ፊሕጠርጠር ኢለ ሓሉፈለ ክሪኡ ኣይዯሌዩን፣
◦ መንፀርፀርቲ እዮም፣ ኩለ ሻዕ እንተንፀርፅሩን ንኻሌኦት እንትወቕሱን እዮም
ዝረኣዩ፣
◦ ኩለ እፇሌጥ’የ በሃሌቲ እዮም፣
◦ ኩለ ኣዘራርበኦምን ኣገሊሌፀኦምን “ኣነ” ብዝብሌ ቃሌ ዝተቓነየ እዩ፣
◦ ህሩፊት እዮም፤ ህረፍም መወዲእታ የብለን፣
◦ ኣእሙረኦም ዕፁው ስሇዝኾነ ሓዯሽቲ ሓሳባት፣ ምህዞታትን ኣሰራርሓታትን
ናይ ምቕባሌ ተኽእልኦም ትሑት’ዩ፣
◦ ናይ ዉዴቀታቶም ምኽንያታት ክእሌሹ ወጊሑ ይዒርቦም፣
◦ ሓሊፌነት ናይ ምቕባሌን ምዉሳዴን ተኽእልኦም ትሑት እዩ፣
◦ ሃናፃይ ነቐፋታ እንትቐርበልም ሞይቶም ኣይቕበለን፣
◦ ዝኣተዉዎ ቃሌ ናይ ምኽባር ተኽእልን ዒቕሚን የብልምን፣
◦ መትሐዚ የብልምን፣ ሚዛናዊነት ኣዏርዩ እዩ ዝጎዴልም፣ ካብ ሓዯ ጫፌ
ናብ’ቱ ካሉእ ጫፌ እንትዘለ እዮም ዝረኣዩ፣
◦ ቶግ በሃሌቲን ብዝኾነን ዘይኮነን ሓረቕቲን እዮም፣
◦ ናብ ሰብ ሕዉስዉስ ምባሌ ኣይኾነልምን፣ ኣይዯሌዩዎን እዉን።
◦ 45
ዒርሰ እምነት . . . ዝቐፀሇ
 መበገሲታት ትሑት ዒርሰ እምነት፤
◦ ንባዕሌና መመሉስና እንነግሮ መዕነዋይ ዘረባታትን
ቃሊትን፣
◦ ከባቢና፤ መሓዙት፣ መቓርብትና፣ እንነብረለ ከባቢ፣
◦ እንሰርሖም ጥቁዊ ዘይኮኑ ስራሕቲ፤ ዋሊ ሰብ
ኣይርኣየና፣
◦ ባዕሌትና እንፇጥሮም ዉሽጣዊ ፌርሒታት፤ ይገሃዴ
ኣይገሃዴ ብዘየገዴስ፣
◦ ንካሌኦት ሰባት እንህቦ ጉጉይ ግምት፣
 ስሇዙይ እዞም ዝተጠቐሱን ካሌኦት ዘይተጠቐሱን
መበገሲታት ትሑት ዒርሰ እምነት ኽንከሊኸልም
ይግባእ። 46
ሜሊታት መዯንፌዑ ዒርሰ
እምነት
 ሕለፌ ፀገም ናብ ዘተኣማምን ዋሕስ ምቕያር፣
 ኩለ ሻዕ እንታይ ክንሰርሕ ከምዘሇና ጥራሕ እንተይኮነስ
እንታይ ክንሰርሕ ከምዘይብሌና’ዉን መሚና ክንፇሌጥ ኣሇና፣
 ነቕ ዘይብሌ ንፁር ዒሊማ ሂወት ክህለወና ኣሇዎ፣
 መቓርብትና ምምራፅ ኣገዲሲ እዩ፣
 ኣብ ኣኼባታት ቅዴሚት ኮፌ ምባሌ፣
 ምስ ሰባት እንትነዉግዕ ኣብ ኣዑንቶም ነነፃፅር፣
 እንትንጓዒዝ ቅሌጥፌ ኢሌና ንኺዴ፣
 ካብ ዉሽጢ ብዝመፅእ ምሌዕዒሌ እምበር ብዯገ ብዝዉሰኽ
መነቓቕሒ ዘይምእማን፣
 ሓሳባትና ብንፁር ብምግሊፅ ናይ ምዝራብ ክእሇትና ክነማዕብሌ
ይግባእ፣
 ኩለ ኣዘራርባናን ኣገሊሌፃናን ብፌሽኽታ ዝተዒጀበ ክኾን
ይግበኦ፤
47
፫.፫ ይከኣሌ’ዩ!!
 ኣብ’ዙ ከይዱ እዙይ ሰሇስተ ዒይነት ሰባትን ትካሊትን ንዕዘብ፤
◦ ኣይከኣሌን ኢልም ዝዯምዯሙ፣ . . . ገሇ 65% ማሕበረሰብ
◦ ብኽፊሌ ዝኣምኑ፣ . . . ገሇ 33% ዝኾኑ
◦ ይከኣሌ’ዩ ኢልም ዝኣምኑ፤ . . . 2% ዝኾኑ
 ሕዴሕድም እቱ ዝኒሀዉዎ ቦታ ባዕሌቶም እዮም ወሲነሞ
ዝኒሀዉ።
 ንሕና’ዉን ዝፀንሐ ዉሳነታትና ክንቅይር ዘይንኽእሇለ ምኽኒያት
ፌፁም የሇን።
 ርግፅ’ዩ ሕዴሕዴና ይዕበ ይንኣስ ብዘየገዴስ ነናይ ባዕሌትና
ኣበርክቶ ኣሇና እዩ፤ ይኹን ዯኣ እምበር ኣበርክቶና ንክዒዝዝ
ክንዱዝከኣሌ ብቐሇሌቲ ፀገማት እንተዘይተሰዒርና ፅቡቕ እዩ።
 እቱ ፌፃመ ንሱ ዝፇፀሙለ ምኽንያት ኩለ ኣዴሊዪ ዘበሇ ቅዴመ
ኵነት ስሇዝተማሇአልምን ኩነታት ሙለእ ብሙለእ
ስሇዝተመቻቸወልምን ኣይኮነን፤
 ታይዯኣስ ብዴሊዩ ዒይነት ብዯሆ ስሇዘይተበዴሁ እምበር
◦ ዛንታ ማህላታይ ያሬዴ፣ ዛንታ ፇሊስፊ ዘርኣያእቆብ፣ ዛንታ
ብለፅ መራሒ መሇስ ዜናዊ፣ ዛንታ ቶማስ ኤዴሰን 48
ይከኣሌ’ዩ . . . ዝቐፀሇ
 ንክንዕወት፤ እቱ ቀንዱ መማረፂ፤
◦ ክንዕወት ከም እንኽእሌ ካብ ሌቢ ምእማን የዴሉ፣
◦ እናተጠራጠርካ ዝዉገን ረዚን ዉራይ ስሇዘየሇ፣
 ስሇዙይ፤
◦ ሓንጎሌና ከም ፊብሪካ ንርአያ እሞ፤
 ፌርያቱ ሓሳብ ዝኾነ ፊብሪካ፣
◦ ብክሌተ ኮብረርቲ ወይ ፍርማናት ዝኹብረር ፊብሪካ፤
 እቱ ሓዯ ፍርማን ወይ ኮብራረ፤ ከመይ ክንዕወት ከምንኽእሌ
ዘማኽር፣
 እቱ ካሌኣይ ኮብራረ ዴማ ከመይ ከምዘይንዕወት ዘማኽር፤
 ክሌቲኦም ኮብረርቲ ናትና ትእዛዝ እናተፀበዩ እዮም
ዝሰርሑ። 49
ይከኣሌ’ዩ . . . ዝቐፀሇ
 ኩለ ሻዕ፣ ኣብ ዝሃሇና ንሃለ፤ ሰሇስተ
ነገራት ነስተብህሌ
1. ብዛዕባ ከመይ ከም እንዕወት እምበር ከመይ
ክንወዴቕ ከምንኽእሌ ኣይንሕሰብ፣
2. ዉሽጣዊ ፀጋታትናን ዒቕሚታትናን ካብ’ቱ
እንግምቶ ንሊዕሉ ምዃኑ ነስተብህሌ፣
3. መጠን ዒወትና ዝዉሰን ዴማ ብመጠን እምነትናን
ሌባዊ ባህግናን እዩ።
 ኣንኢሱ ዝበሃገ ኣናእሽተይ ነገራት ወጊኑ እንትነብር፣
 ኣዕብዩ ዝበሃገ ዴማ ዒበይቲ ዉራያት ይፌፅም።
 እዙ እምነትናን ባህግናን ዴማ ብመጠን ሓሳብና
ይዴረት
50
፫.፬ ኣዕቢና ክንሓስብ ይግባእ
 መጠን ዒወት ዯቂሰባት ዝፀሌዉ ብዙሓት ነገራት
ከምዘሇዉ ይፌሇጥ፣
 መጠን ዒወትና ብቐንደ ዝዉሰን ግና ብብርኪ
ኣተሓሳስባና እዩ።
◦ ኣዕብዩ ዝሓስብ ብዙሕ ፌፃመታት እንትዉግን፣
◦ ኣንኢሱ ዝሓስብ ዴማ ከምነገሩ ኮይኑ ናብራ ይዯፌእ
 ብዙሕ ሻዕ ኣዕቢና ንኸይንሓስብ ዕንቅፊት ዝኾነና ንባዕሌትና
እንህቦ ጉጉይ ግምት እዩ።
 መብዛሕትና፤ ንባዕሌትና ካብ ዝግበኦ ንታሕቲ ኣትሒትና ኢና
እንግምቶ።
 እዙይ ዴማ ባዕሌትና ኣብ ባዕሌትና እንፌፅሞ ሰፌ ዘይብሌ ገበን
እዩ።
 ኣዕቢና ንምሕሳብ ክንክተልም ዘሇና ሜሊታት እዉን ኣሇዉ።
51
ኣዕቢና ንምሕሳብ . . . ዝቐፀሇ

52
፫.፭ ፇጠራን ምህዞን
ፇጠራ ወይ ምህዞ፤
◦ ምስ ምፌሊቕ ሓዯሽቲ ሓሳባት ተተሓሒዙ
ዝኽሰት፣
◦ ፀገማት እንፇትሐለን፣
◦ ሓዯሽቲ ስራሕቲ እንዉግነለን ከይዱ እዩ፣
 እዙይ ክዉን ንምግባር ዴማ
እንኽተልም መትከሊት
መሃዛይነት ኣሇዉ።
ንሳቶም’ዉን ከም’ዙ ዝስዕብ
ይቐርቡ።
53
ሓሙሽተ መትከሊት
መሃዛይነት

54
ናይ ምምሃዝ ክእሇትና ንምምዕባሌ፤

 Believe it can be done.


 Eliminate the failure word impossible from your thinking
and speaking vocabularies.
 Think of something special you have wanted to do but
felt you couldn’t. Now make a list of reasons why you
can do it.
 Avoid traditional thinking. It freezes your mind.
 Be receptive to ideas;
 Be an experimental person;
 Be progressive, not regressive. That is the way we
did it…

55
፫.፮ ሚዛናዊ ኣረኣእያ

56
ንዝተጋገናዮ ይቕረ ምባሌ
ንኽኣሌ

57
፫.፯ ሕለፌ ጠባስ ናብ ዘተኣማምን ዋሕስ
ንቐይሮ
 ዯቂ ሰባት ኣብ እዋን ራህዋን ቅሳነትን ዲርጋ ኩልም ሓዯ ዒይነት
እዮም፤
 ኣፇሊሊይ ዝፌጠር ኩነታት እንትጥንክር እዩ፣
 ዕዉታት ሰባት ካብ ዘጋጠሞም ፀገማት ኵለ ተማሂሮም ካሌኣይ
ከይዴገም ዘኽእሌ መስርሕ ይዝርጉሑ፣
◦ በቱ ኣገባብ ንሱ’ዉን ዘጋጥም ፀገም ኩለ ናብ ፀጋ ይቕይሩዎ፣
 ካሌኦት ሰባት (ስዐራት) ግና ፀገም እንተጋጥም ጥራሕ
እንተይኮነስ ገና ዴብንብን እንትብሌ’ዉን ብራዕዱን ፌርሒን
ንባዕሌቶም ኣሳቕዮም፣ እቱ ፀገም ምስ ኣጋጠመ ኸዒ ሕሉነኦም
ሙለእ ንሙለእ ዝሒለ፣ ዯሞም ረጊኡን ምሕሳብ ክሳዕ
ዝኣብዮም እዮም ዝኾኑ።
◦ ሽዐ ኣብራኾም ይጠሌሞም፣
◦ ኩለ ዛንተኦም’ዉን ብዛዕባ ከመይ ከምዝዉዯቕ ጥራሕ ይኸዉን፣
◦ ክተትሰኦም እንተዯሇኻ’ዉን ኣይተሓባበሩኻን፣
◦ እንታይ ጉዴ ረኸብኩም ዝብልም መሓዝንቲ ጥራሕ እዮም ዝዯሌዩ፣
◦ ቁስልም ከይሓዊ በገዛ ኢድም እናጎዴኡ እንዯገና የንዝዕዎ፣ 58
ፀገም ናብ ፀጋ ናይ ምቕያር .
ዝቐፀሇ
 እዞም ቅዴም ክብለ ዝተፀርሑ ዒይነት ሰባት፤
◦ ዒቕሞም ባዕሌቶም ቀቲልም፣
◦ እምነቶም ኩለ ኣብ ዕደሌ ብምግባር፣
◦ ኣዋዴቖኦም ጥራሕ እናዘከሩ ዝነብሩ ሰባት እዮም።
 እቱ ክኾን ዝግበኦ ግና፤
◦ መንገዱ ክንዱ ዴሊዩ ይሓርፌፌ፣
◦ ሓባጥ ጎባጥ ክንዱ ዴሊዩ ይብዘሓዮ፣
◦ ሓዯ ሻዕ ጥራሕ ኣይኮነን ዋሊ ዒሰርተ ጊዜ ዕንቅፊት
እንተጋጠመ፣
◦ ዘይምሕሊሌ፤ ንቕዴሚት ካብ ምጉዒዝ ንፃት’ዉን
ዘይምጥርጣር።
 ኣብ ፅቡቕ ብርኪ ዝርከቡ ዕዉታት ሰባት ሕለፌ
ጉዕዞኦም እንትንዴህስስ ዲርጋ ኩልም ጥንኩር 59
ፀገም ናብ ፀጋ ናይ ምቕያር .
ዝቐፀሇ
 ብዕሉ እንትነስተብህሌ፤
◦ ኣውሮፕሊን ወዱቓ ዘይተሓምሸሸቶ ብለፅ መንገዱ ኣየር፣
◦ እናሓከመ እንተል ሰብ ኣብ ኢደ ዘይሞቶ ብለፅ ሓኪም፣
◦ ጋንቱኡ ስዕረት ዘየጋጠማ ብለፅ ኣሰሌጣኒ ጋንታ ኩዕሾ፣
 ነይሮም ኣይፇሌጡን። እንታይ ዯኣስ፤
◦ እቱ መንገዱ ኣየር፣ እቱ ብለፅ ሓኪም ይኹን እቱ መሰሌጠኒ
ጋንታ ኩዕሾ ዘመሳስልም ነገር ኣል።
◦ በቱ ዘጋጠሞም ካብ ሌቢ ይሓዝኑን ይሕርኑን፣
◦ ምኽንያቱ ኩለ የፅንዐዎ፣
◦ እቱ ፀገም ባዕለ ወይ ንዐኡ ዝመስሌ ከይዴገም ይገብሩ
 ታሪኽ ዉዴብ ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ እዉን
ዘምህረና ሓቂ እዙይ እዩ።
◦ ኣብ 1977 ዒ.ም፣ ኣብ 1977 ዒ.ም፣ ሕዚ ኣጋጢሙ ዝኒሀ ፀገም፣
◦ ህዝቢ ከም ህዝቢ ናይ ምብራስ ሓዯጋታት እዮም ኣጋጢሞም። 60
ፀገም ናብ ፀጋ ናይ ምቕያር .
ዝቐፀሇ
 ስሇዙይ ነገራት ብዘይሓሰብናዮ መንገዱ እንትኸደ፤
1. ብተሇምድ ዝወሃብ ግብረ መሌሲ ንካሌኦት ሰባት ምዉቃስ እዩ፣
2. ግናኸ ካሌኦት ሰባት ምግጋዮም ብምርግጋፅ እነምስክሮን እነረጋግፆን
ዒወት የሇን፣
3. እቱ ቐንዱ ነገር ንዉሽጥኻ ምፌታሽን ባዕሌኻ ምርኣይን እዩ።
ካብ’ዙይ ብተወሳኺ፤ ፇተናታት እንተጋጥም፣
1. ዕንቅፊት ናብ መዯያይቦን ዯረጃን ንቐይሮ፣
2. ኩለሻዕ ካብ ዘጋጥሙና ኩልም (ፅቡቕ ይኹን ሕማቕ) ትምህርቲ
ንምቕሳም ዴለዋት ንኹን፣
3. ዘይምሕሊሌ (persistence) ኣገዲሲ እዩ፣
4. ኣብ ዒሇም መፌትሒ ዘይብለ ፀገም ከምዘየሇ ንእመን፣
5. ስሇዙይ ፀገም እንተጋጥም ክንፇትሖ ከምን’ኽእሌ ኣሚንና ምጅማር
የዴሉ፣
 ፀገም እንተጋጥም፣ እቱ ክንሪኦ እንዯሉ ምርኣይ ገዱፌና እቱ
ሓቂን ነቱ ፀገም ኣብ ምፌታሕ ክሕግዝ ዝኽእሌን ምዃኑ
ነረጋግፅ። 61
፫.፰ ንፁር ዕሊማ ሂወት ክህሌወና
ይግባእ
 ዕሊማ ንዒወትን ኣየር ንሂወትን ማዕረኣገዯስቲ እዮም፣
◦ ብዘይ ኣየር ምንባር ኣይከኣሌን፣
◦ ብዘይ ዕሊማ ምዕዋት ኣይሕሰብን
 ንፁር ዒሊማ ሒዝና እንትንወሳወስ፤ ነቱ ዕሊማና ዝሕግዙ ሓሳባትን
ካሌኦት እታዎታትን ካብ ብዙሕ ኩርናዒት ናባና እንትዉሕዙ
ኢና ንዕዘብ።
 ስሇዙይ፤
◦ ስሇዙይ ዒሰርተ ዒመት ንቕዴሚት ክንትሌም ኣሇና፣
◦ እንትንትሌም ዒዒብዩኡ ክንብህግ ይግባእ፣
◦ ባህግና ዴማ ብፅሑፌ ይቀመጥ፣
◦ ኣፀሓሕፊ ባህግታትና እዉን ወሳኒ እዩ፣
 ትካሇይ ኣብ ከምዙይ ዒይነት ብርኪ በፂሑ ኣል፣
 ኣነ ዴማ ኣብ ከምዙይ ዒይነት ገዛ እነብር፣
 ከም’ዙይ ዒይነት ናዉቲ ገዛ እዉንን፣
 ዕሊማታትና በቢዕሇቱ ዯዯጊሞም ክፀሓፈ ኣሇዎም፣
 ቀንዱ ኣቓሌቦና ካብ’ቱ ዕሊማና ኣይንንቀል፣
62

63
፫.፱ ቅንዕና ኣገዲሺ እዩ
 ሓዯ ንዒወት ኣዝዩ ዘገዴስ ነገር ቅንዕና እዩ፤
 ሰብ ቅኑዕ ክኾን ዝግበኦ ምእንተ ባዕለ ኢለ
እዩ፤
 ቅንዕና፤
◦ ንዒርሰ እምነት ኣገዲሲ ቅዴመ ኵነት እዩ፣
◦ ዉፅኢት ደሌደሌ ዒርሰ እምነት’ዉን እዩ፤
◦ ቀንዱ መንፀፌ ዘተኣማምን ሰሊምን ቅሳነትን’ዩ፣
◦ ዘየቋርፅ ዉሽጣዊ ሓይሉ ንክነውሕዝ ይሕግዘና፣
◦ ሓዯ ቀንዱ ፌሌፌሌ ታሕጓስና እዩ፣
◦ ፀገም ናይ ምፌታሕ ተኽእልና የዕቢ፣
◦ ኣብ ካሌኦት ሰባት ሚዛናዊ ኣረኣእያ ክህሌወና
ይጠሌብ
 ዘይጋገ ሰብ ከምዘየሇ ምፌሊጥ የዴሉ፣ 64
፫.፲ ትግራዋይነትና ዝያዲ ነማዕብሌ፣
 ትግራዋይነት ማሇት፤
◦ ኣብ መዋእሌ ታሪኽ ሓዯ ሞይቱ ብኻሉእ እንትትካእ፣
◦ ፀገም ኣብ ርእሲ ፀገም እንትዯራረብ፣
◦ ብዯሆ ኣብ ርእሲ ብዯሆ እንትኹመር፤
◦ ነዙኹለ ፀገማት ሓሉፌካን ሰጊርካን መንነትካ ከይሇወጥካ፣
◦ ብመንነትካ ከይተሸማገሌካ፣
◦ ንያትካ ከየዕበርካን ንኽትዘሌቕ ዘኽአሇን ዘኽእሌን፣
◦ ኩለ ወሇድታት ዘመሳስልን ሓዯ ዝገብሮን፤
◦ ንቐፃሉ’ዉን በዙ መንፅር እዙይ ክጓዒዝ ዘኽእልን ከም
ህዝቢ እንተይጠፌአ ንኽቕፅሌ ጥራሕ እንተይኮነስ ቅያ
ኣብ ርእሲ ቅያ፣ ታሪኽ ኣብ ርእሲ ታሪኽን ዘሕብኑ
ሓዴጊታት ወኒኑ ንክሓሌፌ፣ ንኽቕፅሌን ኣብ ዒሇም
ብሩሑቕ ንኽሌሇን ዯሚቑ ክረአይን ዘኽአለ ክብሪታት
ምዉናን ማሇት እዩ።
. . . ዝቐፀሇ
 ስሇዙይ ትግራዋይነት ታሪኽ፣ ቅያን ክብሪታትን
ህዝቢ ትግራይ ምሌባስን ዘይምሌባስን እንዕቅነለ
መስርሕ’ዩ። ብምዃኑ’ዉን፤
◦ ትግራዋይነት ሓቂ፣ ኒሕ፣ ዘይፌርኮት ሓቦ፣
ዘይምሕሊሌ፣ ቀፃሌነት ብዘሇዎ መሌኩዐ
ተምሃራይነት፣ ተጋዲሊይነት፣ ምፌዲይ ሕነ፣
ርህራሄ፣ ቅንዕና፣ መስዋእትነት፣ ቀንዱ
መትከሌካ ከይነቐሌካ ተዒፃፃፊይነት፣ ምሽጥር
ሓሊዋይነት፣ ሃርኮትኮት በሃሊይነት፣
ዳሞክራሲያዊነት፣ ፌትሓዉነት፣ ዒርሰ እምነት፣
ናይማትካ ዘይምዴሊይ፣ ህዝባዉነትን
ትስፈውነትን ምሌባስ ማሇት’ዩ።
. . . ዝቐፀሇ
 ህዝቢ ትግራይ፤ ብጊዜ ዝተፇተኑ ክብሪታት
ኣሇዉዎ፤
 ገሇ ካብ’ቶም ክብሪታት ህዝቢ ትግራይ ፲፰
ዝኾኑ፤
◦ ሓቂ፣
◦ ዘይነፅፌ ዒቕሉ፣
◦ ዘይፌርኮት ሓቦ፣
◦ ኒሕ፣
◦ ብፃይነት (ሓሌዮትን ምትሕግጋዝን)፣
◦ ንስኻ ፅናሕ ኣነ ክስዋእ፣
◦ ብቐሇሌቲ ዒወታት ዘይምዕጋብ፣
◦ እምነት፣ 67
ክብሪታትና . . . ዝቐፀሇ
 ተምሃራይነት (ካብ ናይ ባዕሌኻን ናይ ካሌኦትን ገይጋታት)፣
 ዴሕረታት ብፅንዒትን ብትረትን ምቅሊስ፣
 ዉፈይነት፣
 ጋንታዊ ዕዮ (team work)
 ሃርኮትኮት ምባሌ፣
 ፇጠራን መሃዛይነትን፣
 ተዒፃፃፊይነት፣
 ዉሽጥኻ ምርኣይ፣
 ፌትሒ፣
 ዳሞክራሲያዊነት፣
 ይቕረ በሃሊይነት፣
 ተስፊ፣
 ብለፅ መሪሕነት፣
 ምትሕግጋዝ
68
69
፫.፲፩ ተኸታታሉ ዒርሰ ህንፀት፣
 ፀጋታትና ማእሇያ ዘይብልም ምዃኖም
ይፌሇጥ’ዩ፤
◦ ተፇጥሮኣዊ ፀጋታትና፣
◦ ሰብኣዊ ፀጋታትና፣
 ኩልም እዚኣቶም ክሇምዐ ከምዘሇዎም
ኣየጠራጥርን፣
◦ እቱ ኣዉራ እዞም ፀጋታት ዝኾነ ሰብ ዴማ ብፌሊይ።
 ዛንታ ኣቡነ ዮውሃንስ ከም ኣብነት
 ሰብ ዝበሃሌ ፌጡር፤ ክንዱ ዝከኣሌ ክበዝሕን
ክህነፅን እዩ ዝግበኦ፤
70
71
ዒርሰ ህንፀት . . .ዝቐፀሇ
 ከም’ቱ ቅዴም ክብሌ ዝተገሇፀ፤ ኩሊትና እቱ እንዯሌዮ
ቅኑዕ ዉራያት ወጊንና ንምሕሊፌ ዘኽእሌ ኩሇመዲይ
ፀጋታት ከም እንዉንን ምስትብሃሌ የዴሉ።
◦ እቱ ፀጋታት ግን ብዘየቋርፅ ከይዱ ክንሃንፆ ይግባእ።
 ሕዴሕዴና ዒርስና ናይ ምህናፅ ሓሊፌነት ናትና ምዃኑ
ምርዲእ የዴሉ።
 ብትርገሙ እዉን ክንርዯኦ የዴሉ፤ ንባዕሌትና፣
◦ ብፌሌጠት፣
◦ ብክእሇት፣
◦ ብቕኒተ ሕሉና
 ክንሃንፆ ይግባእ።
 ስሇዙይ፤ እቱ ዝዒበየ ፀገምና ዘሇዉና ፀጋታት ብጉቡእ
ዘይምሌማዕን ዘይምህናፅን’ምበር ስእነት ፀጋ ግን 72
ዒርሰ ህንፀት . . .ዝቐፀሇ
 ዒርሰ ህንፀት፤ ብኸመይ ይዉገን ዝብሌ ዴማ ምፌሊጥ
የዴሉ፤ ገሉኦም ንምጥቃስ’ዉን፤
◦ ብምንባብ፣
◦ ሰባት እንትዛረቡ እህ! ኢሌና ብምዴማፅ፣
◦ ኣብ ተግባራዊ ምንቅስቓሳት ብምእታው።
◦ ካሌኦት ዘይቤታትን ብምጥቃም።
 ንባብ ከም ኣብነት እንትንወስዴ፤
◦ እንታይ ዒይነት ፅሑፌ ነንብብ?
◦ እንታይ ዝኣክሌ በዝሒ ኢና ነንብብ?
◦ ቅሌጣፇና ኸ?
 ሰባት እንትዛረቡ እህ ኢሌና ብምዴማፅ፤
 እዙ ኩለ እዙይ ኣካሌ ስትራተጂካዊ ትሌምና ክንገብሮ ይግባእ።
 ኩለ እዙይ ዴማ ኣብ እዋኑ እንተዘይተሰሪሑ ትርጉም የብለን።
73
74
75
76
፫.፲፪ ዉሕለሌ ኣመሓዴራ ጊዜ
 ዉሕለሌ ኣመሓዴራ ጊዜ? ንምንታይ?
◦ ምኽንያቱ ንሕና ማሇት ጊዜና ማሇት ኢና
 ጊዜ ድስ ወርቂ?
◦ ወርቂ ይዕዯግ’ዩ፣ ጊዜ ግና ኣይዕዯግን
◦ ወርቂ ምዕቛር ይከኣሌ’ዩ፣ ጊዜ ግና ምዕቛር
ኣይከኣሌን፣
◦ ጊዜ ጠጠው ክነብል ኣይንኽእሌን
 ስሇዙይ፤ ካብ’ቱ ዝነበረና ዝያዲ ጊዜ ንክህሌወና፣
◦ በቢዕሇቱን ሰዒቱን ግዴን ክዉገኑ ዘሇዎም ዉራያት ነሇሉ፣
◦ ካብኡ ወፃኢ ዘል ብሙለኡ ንረሰዒዮ፣
◦ ሙለእ ቀሌብና ናብ’ቱ ክንሰርሖ ዝግበኣና
ነተኣኻኽብ። 77
78
ሓበርቲ ዘይምዕሩይ ኣመሓዴራ
ጊዜ
1. ብበዝሒ ስራሕቲ ምጭንናቕ፣
2. ዝተዋህበና ስራሕ ብእዋኑ ዘይምዉጋን፣
3. ፀገማት እንተጋጥሙ ብተብተብን ብሽኮሊን ክትፇትሖም
ምፌታን፣
4. ዒበይቲ ዉሳነታት ብተብተብ ምዉሳን፣
5. ናይ ካሌኦት ሰባት ተበግሶ ብቕንዕና ዘይምቕባሌ፣
6. ብስራሕኻ ዕጉብ ዘይምዃን፣
7. ንዒማዊሌ ነዊሕ ቆፀሮ ምሃብ፣
8. ስራሕቲ ብኣገዲስነቶም እንተይኮነስ ብህፁፅነቶም ቅዯም ሰዒብ
ምስራዕ፣
9. ነገራት ኩልም ካብ ቁፅፅርና ወፃኢ ዝኸደ ይመስሇና፣
10. ኣብ መነባብሮና ዉጥረትን ጭንቀትን እንትነግስ፣
11. ንቤተሰብን ካሌኦት ማሕበራዊ ጉዲያትን ጊዜ ምስኣን፣
12. ኣብ እዋን ዕረፌትና ብዛዕባ ስራሕ ምሕሳብ፣ 79
80
ዕሩይ ኣመሓዴራ ጊዜ ንክህሌወና፤
 ንፁር ዕሊማ ሂወት ክህሌወና ኣሇዎ፣ ይግባእ’ዉን፤
 ዕሊማና ብፅሑፌ ክቕመጥ ኣሇዎ፣
 እንትንብህግ ዒዒብዩኡ ንብሃግ፣ ክንዱዝበሃግናዮ ክንዉግን
ስሇእንኽእሌ።
 ዕሇታዊ ስራሕትና ሓዯ መዒሌቲ ኣቐዱምና ንተሌሞም፣
◦ ምሸት ቅዴሚ ምዴቃስና እንሰርሖ ስራሕ ትሌሚ ምዉፃእ እዩ
 ንጉሆ ተሲእና ዴማ ከምብሓደሽ ንርኣዮ፤ ብሓደሽ መንፇስ፣
ክመሓየሽ ዘሇዎ እንተሌ’ዩ እዉን ነመሓይሽ።
 ሳዕቤኑ ብዕሉ ንረዲእ፤ ናይ ምስራሕ ወይ ዘይምስራሕ ዘሇዎ
ሳዕቤን፣ ኣዎንታዊ ይኹን ኣለታዊ ሳዕቤን።
 ኣብ’ቶም ቀንዱ ዝበሃለ ዉፅኢታትና ነዴህብ፤
 ንምዴሊው ምዕራፌ እኹሌ ጊዜ ንሃብ፣
◦ 90% ዉፅኢትና ዝዉሰን በቱ 10% ናይ ምዴሊው ምዕራፌ ስሇዝኾነ
 ቀንዱ ተውህቦታትና ክንዱ ዝከኣሌ ክነሇሌዮም ንፅዒር፣
 ኣብ ባዕሌትና ፀቕጢ ንግበር፣
 ባዕሌትና ንባዕሌትና ነነቓቕሕ፣
 እቶም ርዝን ዝበለን ከበዴቲ ዝመስለን ስራሕቲ ንቐዯም
ንወግኖም፣ 81
ኣመሓዴራ ጊዜ . . . ዝቐፀሇ
 ኣብ ሓዯ እዋን ሓዯ ነገር ጥራሕ ብቐሌቢ ንስራሕ፣
 ቅዯም ሰዒብ ምቕማጥ ኣገዲሺ እዩ፤ ብኣገዲስነቶም፣
 እንሰርሖ ነገር ኩለ ኣቐዱምና ንፅሓፍ፣ ኩለ ስራሕቲ
ዴማ ካብ ፅሑፌ ክኾን ኣሇዎ፣
 ዴሩትነትና ኣስተብህሌ፣
 ኣብ’ታ 24 ሰዒታት ዝያዲ ብርህ ኢለና ብቐሌቢ
እንሰርሐለ ጊዜ ነሇሌዮ፣ Biological prime time
 ኣይፊሌ ምባሌ’ዉን ምኽኣሌ የዴሉ፣
 መትከሊት ፓሬቶ (20፣ 80) ንጠቐም፣
 ባዕሌና ንባዕሌና ነተባብዕ፣
 ነገራት እንትቀያየሩን ተዒፃፃፊይነት ኣብ ዘዴሌየለን፤
መትከሌና እንተይሇቐቕናን ምትዕፅፃፌ ግዴን እዩ፣
 ነገራት ከከም ኵነታቶም እናረአና ንወግኖም። ነቱ
ዉራይ ንምዉጋን ክሳዕ ዝሓገዘ ክንተዒፃፀፌ ንኽእሌ
ኢና። 82
ተኣምራዊ ንጉሆ
 ካብ ፅባሕ ንጉሆ ኣትሒዝና፤ ካብ’ቱ ዝሇመዴናዮ
መተስኢ ሰዒት ሓንቲ ሰዒት ኣቐዱምና ንተስእ እሞ፤
◦ ኣብ ፅሞና ፀጥ ኢሌና ዉሽጥና ነዲምፅ (ንሓሙሽተ ዯቓይቕ)፣
◦ ባህጊታትና ኩልም እናዘከርና ግዴን ክሳኹዐ ምዃኖም
ዯጋጊምና ንባዕሌና ንንገር (ንሓሙሽተ ዯቓይቕ)፣
◦ ካብ’ቶም ዝነበሩና ባህጊታት ዉስኽ ኣቢሌና ዒበይቲ ዒወታትን
ካሌኦት ባህጊታትን ነመዒደ (visualization) ንሓሙሽተ ዯቓይቕ)፣
◦ ኣካሊዊ ምንቅስቓሳት ንግበር (ን ዑስራ ዯቓይቕ)፣
◦ ዘነቓቕሕን ዘሇዒዕሌን ፅሑፌ ነንብብ (ን ዑስራ ዯቓይቕ)፣
◦ ኣብ ሓንጎሌና ዘልን ዝስመዏናን ናብ ወረቐት ነውሕዞን
ንፅሓፍን (ንሓሙሽተ ዯቓይቕ)፣
 ሕዴሕዴ መዒሌቲ በዙ ኣገባብ እዙይ እንትንጅምሮ፤ ዝያዲ ኣካሊዊን
ስነኣእምሮኣዊን ጥዕና ይስመዏና፣ ዝበሇፀ ዴማ ዉፅኢታዊ ንኸዉን።
 እዙይ ንምዉጋን ምሸት ሰዒት 5፡00 ዯቂስኩም ንጉሆ ሰዒት 11፡00
እንተተሳእኹም ይምከር። 83
፬. ተግባር ኣገዲሲ እዩ
 ኣብ ዒሇምና እንዕዘቦም ኩልም፤
◦ ተሓሲቦም ዝተተግበሩ እዮም፣
◦ ስሇዙይ ዯጋጊምካ ብምሕሳብ ጥራሕ ባዕለ ናብ
ተግባር ዝተቐየረ ነገር የሇን፣
◦ ሓሳብ ብዘይተግባር ትርጉም ስሇዘይብለ።
 ርግፅ’ዩ ኣብ ጉዕዞና ዝተፇሊሇዩ ፀገማት ከጋጥሙ
ይኽእለ እዮም፣
 መሇሇዪ ባህረ ዕዉታት ዉሌቀሰባት፣ ዉዴባትን
ትካሊትን’ዉን፤
◦ ኣብ ጉዕዞ ፀገም ከየጋጥም ኣቐዱምካ ሙለእ ብሙለእ
ምክሌኻሌ ኣይኮነን፣
◦ ታይዯኣስ ፀገም እንተጋጥም እናፇታሕኻዮ
ምኻዴ’ምበር 84
ተግባር . . . ዝቐፀሇ
 ኩለ ሻዕ ቀንዱ መሕሰቢና፤
◦ ፀኒሐ፣ ፅባሕ፣ ዴሕሪ ፅባሕ፣ ከምልም ዝብሌ ክኾን
የብለን፣
◦ ታይ ዯኣስ፤ ልሚ ዝብሌ’ዉን ጥራሕ እንተይኮነስ ሕዚ
ብዝብሌ’ዉን እምበር።
◦ ኣብ’ዙ ከይዱ እዙይ ግና ዴፌረት ኣገዲሲ እዩ።
 እቱ ዉራይ ምስተጀመረ ዴማ፤
◦ ክሳዕ ዝዉዲእ ስንና ነኺስና ኣብ ጫፌ ክነብፀሖ
ኣሇና።
◦ ትሕዝ ስዴዴ ፌፁም ኣየዴሉን።
 ሓሲብናዮ እንትነብቅዕ፤ ዘይ ምትግባር ግና ፀፀት
እዩ ዝፇጥር፣ ፀፀት ሕሉና
 ስሇዙይ፤ ንፁር ትሌሚ፣ ብፅሑፌ፣ ተግባር፣ ገምጋም 85
86
87
88
የቐንየሇይ፣

89

You might also like