Professional Documents
Culture Documents
ልሳን ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ መበል 43 ዓመት ቁፅሪ 1012 www.woyengazeta.org 1968 - 2011 ዓ/ም ብር 7
ዝደልዩ ሓይልታት ዘንበድብድዎ ዘረባ ከምዝኾነን “ብርግፅ ኣብ ሃዋሳ ዝተኻየደ ጉባኤ ክትግበር ከምዘለዎ ክሕሉ፣ ንወገናቱ ካብ ወራሪ ሓይሊ ክከላኸል፣ ዝህቦም
ከዘናግዐና ከምዘይብሉን እዮም ንህዝቢ ትግራይ ወሲንና ኢና” ኢሎም ድሕሪ ምጅማር፤ ይኹን እምበር መግለፅታት ኣብ ፅፁይ መረዳእታ ዝተመስረተን ባይታ
መልእኽቶም ኣመሓላሊፎም። ሽዑ ኣብ ትሕቲ ወያናይ ዴሞክራሲ ሓደ ዝነበራ ማእኸል ዝገበረን ክኸውን ብምሕባር ነቶም ኣብ ልዕሊ
ምስ ምርግጋፅ ህልውና ጎድን ንጎድኒ ካብ ዝስርሑ ኣርባዕቲአን ውድባት ሕዚ ኣፈላላየን ናይ ቋንቋ ንፁሃን ወገናት ጥቕዓት ዝፈፀሙ ኣካላት ግን ብዝግባእ
ዘለዉ ውሽጣዊ ስራሕቲ እቲ ሓደ ሰናይ ምምሕዳር ጥራሕ ዘይኮነስ ዝሓዘኦ “ፕሮግራም” ማዕረ ስለዘይኮነ ኣፃርዩ ሕጋዊ ስጉምቲ ክወስድን ተሓተትቲ ክገብርን
ንምዕሳልን ትራንስፎርሜሽን ንምርግጋፅን ትካላዊ ውህደት በዚ ጭብጥ ኩነታት ዘይሕሰብ እዩ” ኢሎም። ፃውዒቶም ኣቕሪቦም።
መስርሕ ተኣታትዩ ምህላዉ ዝገልፁ እቶም ም/ር/ 27 ዓመት ናይ ብርሃንን ፀላምን ኣብ ዝተበሃሃልናሉ፣ ኣይተ ኢብራሂም ኣሚን
ናብ ገፅ 3 ይዘውር
ም/ር ነዚ ከም ኣብነት ዘቕረብዎ፣ ኣብ ጣብያታት ናብ ገፅ 3 ይዘውር
ንህልውናና... ካብ ገፅ 1 ዝዞረ
ኣዘኻኺሮም፡፡ ይኹን እንበር “ተገሊሎም ነይሮም” ደብረፅዮን፤ ብኢህወዴግ ደረጃ ከይተረፈ “ሰላም ዓመት ከምዝኾነ ሓቢሮም፡፡ መረፃ ዝካየደሉ
ነንባዕልና እናተሳጎድና ኣብ ዘለናሉ፣ ናብ 1968 ዝብሃል ፕሮፖጋንዳ ኣካል እቲ 27 ዓመታት ናይ ስለዘየለ ኣየድልየናን” እናተባህለ “መረፃ ክካየድ እዩ” ዓመት ምስቲ ምዃኑ፤ እቲ ናይ “ውህደት” ኣጀንዳ
ዓ/ም እናተመለሰካ ኣብ ፕሮግራም ውድብ ምንሻው ተልእኾ ተገይሩ ዝተኣልመ ውዲት ምኻኑ ዝበሃል ዘረባ ኣፍካ መሊእኻ ይዝረብ ከምዘይነበረ እውን ተወሲኹዎ “ሕገ-መንግስቲ” ዝቕፅለሉን
ምጥቕቓን ኣብ ዝነገሰሉ እዋን ከመይ ውህደት እዮም ወሲኾም ዝሓበሩ፡፡ ድሕሪ ምዝኽኻር፣ ዋላ ደሓር እናተመሓየሸ ይምፃእ ዘይቕፅለሉን፣ “ፌዴራሊዝም” ዝብሃል ስርዓት
ምግባር ከምዘይከኣል ብኣፅንኦት ገሊፆም። ዛጊድ ግና ናይ ምድላው ምልክታት ስለዘየለ፣ እዚ ዝቕፅለሉን ዘይቕፅለሉን ዓመት ከምዝኸውን
“ኣብ ሃገርና፣ ብፍላይ ኣብ ክልል ኣምሓራ ዝለዓሉ ክሳብ እንርኢ እቲ ቅዋም ክቕፀል ከምዘለዎ እዮም እዮም ኣብሪሆም፡፡ “እቲ ናይ ‘ውህደት’ ኣጀንዳ
ምስኣጋር ውድባት ተተሓሒዙ፣ “ኢህወዴግ ግጭታት መሰረት ገይሮም ‘ሳልሳይ ወገን ኣለዎ’ ዝበሃል ኣዘኻኺሮም፡፡ “ይኹን እምበር” መረፃ 2012 ካብ እውን እንተስ ክንስማማዕ እንተስ ናብ ጎነፅ ክንኣቱ
ንዓና ዘግለለ እዩ ነይሩ” ዝብል ርኢቶ ከምዝህቡ ዘረባ መበገሲኡ እንታይ እዩ” ዝብል ሕቶ ተላዒሉሎም ብሕዚኡ ጀሚሩ ኣካይድኡ ዝጠፍኦ መረፃ ናይ ምዃን ዘፍልጠሉ እዩ” ዝበሉ እቶም ምክትል ርእሰ
እዙይ ብጭቡጥ ከምኡ ድዩ ነይሩ? ዝብል ሕቶ ምላሽ ዝሃቡ ዶክተር ደብረፅዮን፤ ንሕና “ስኒት ዕድሉ ዝሰፈሐ ከምዝኾነ እዮም ኣገንዚቦም። ምምሕዳር፤ ብሓፈሻ ጥንቃቐ ዘድልዮ መድረኽ
ዝቐረበሎም ዶክተር ደብረፅዮን፣ “እቲ ኣወዳድባ ዘይንደሊ” ተገይርና ክንሰኣል ስለዝድለ እሞ “በዚሑ ቀፃሊ 2012 ዓ.ም ንኽልልናን ህዝብናን ዘለዎ ትርጉም ከምዝኾነን ብፍላይ ከም ተጋሩ ካብ ዝሓለፈ
ብኣጋርነት ክፀንሕሉ ዝተገበረሉ ምኽንያት ንምንታይ እዩ ስጉምቲ ዘይውሰድ፣ ንምንታይ እዮም መሰረት ገይሮም መብርሂ ዝሃቡ እቶም ምክትል ዓመት ዝተዓፃፀፈ ጥንቃቐን ድልውነትን እነርእየሉ
ዝፍለጥ እዩ” ድሕሪ ምባል ብደረጃ መነባብሮን ዘይዕገሱ?” ተባሂሉ ምስ ኩሉ ህዝቢ ክንበኣስ ይድለ ርእሰ ምምሕዳር፣ “እዛ ዓመት እዚኣ ፍልይቲ እያ” ክኸውን ከምዘለዎ ተላብዮም፡፡
ቁመና ፖለቲካን ናብ ተመዓዳዳዊ ክሳብ ዝቐርቡ ናይ ምህላው ምልክት ከምዝኾነ እዮም ኣስሚሮምሉ፡፡ ኢሎም ብኣፅንኦት መብርሂ ድሕሪ ምሃብ፤ 2012
ዓርሶም እናብቀዑ ክፀንሑ ከምዝተገብረ እዮም መረፃ ዝምልከት ሕቶ ቐሪቡሎም ምላሽ ዝሃቡ ዶክተር ዓ.ም ናብ ካልእ ልዕል ዝብል መድረኽ እንሰጋገረሉ
እዛ ዓመት ... ካብ ገፅ 4 ዝዞረ ስልጠና፣ ናይ ቦታ፣ ናይ ዕዳጋን ልቓሕን ደገፍን ክትትልን ስለዚ ነዚ ከም መፍትሒ ዝተወሰደ ኣብ ጣብያ <<መሬት ብምፍራስ ገሊኡ ድማ ከም ብሓዱሽ ብምምዕርራይ
ሰራሕተኛ ተጠናኺሩ ዝኸደሉ ኩነታት አዩ ዘሎ። ዳይነት>> ዝብል ዝነበረ ምፍራስ እዩ። ኣፍሪስካ ድማ ኣብ ጣብያ ዝተገበረ ለውጢ ኣሎ እዩ።
ፅቡቕ እዩ ተሰሪሑ። እዚ ማለት ብሓደ ገፅ ይምክት ብመዳይ ኢንቨስትመንት፣ ሎሚ ዘበን ምስቲ ህልው እቲ ኣብኡ ዝስራሕ ዝነበረ ጉዳይ ስርዓቱ ሓልዩ ካልእ ግን ኣብ ምምሕድዳር ጣብያ ብሞዴላት
ብካሊእ ገፅ ድማ ምልማዕ ተፈጥሮ ሃፍቲ ሳይንሳዊ ሃገራዊ ኩነታት እንትነፃፃር ኣብ ትግራይ ዝሓሸ እዩ። ንክስራሕ ናብ ስሩዕ ቤት ፍርዲ ክኸይድ እዩ ተገይሩ። ሓረስቶት ኣብ ሰሙን ሓደ ወይ ክልተ መዓልቲ
ብዝኾነ መንገዲ ምኻድ ማለት እዩ። ክትትሉ እውን ብፍላይ ፍሰቱ ደሓን ጀሚሩ እዩ ክበሃል ይከኣል። በዚ ውሳነ ድማ እንኳዕ ኣፍረስኩምልና ኢሉ ኣብ ታሕቲ ምምሕዳራዊ ስራሕቲ ዝሰርሑ ካቢኔ እዮም
ከም ክልል ፅቡቕ ተሰሪሑ እዩ። ኢንቨስተራት ንምትእንጋድ እውን ጀሚርና ኢና። ብዙሕ ሰብ ሕጉስ እዩ። እቶም ኣብ ጣብያታት ዝስርሑ ነይሮምና። እዚ ካብ ወርሒ ጉንበት 2011 ዓ/ም
እቲ ኮሚሽን ዋላ ሕዚ ገና ይጣየሽ ግን በቲ ዘሎ ዝነበሩ ስራሕቲ ብመዳይ ኣፍልጦ ሕጊ እውን ድርቱነት ጀሚሩ መዓልታዊ ስራሕቲ ዝሰርሑ ቀወምቲ
ኣብ ሃፍቲ እንስሳ እውን ሎሚ ዘበን ዝተፈለየ ግዝያዊ ውዳበታት ስራሕቲ ኢንቨስትመንት ንምስላጥ ነይርዎም እዩ። ብምኽንያት እዚ ብመፅናዕቲ ንምፍራስ ኣመሓደርቲ ንክኾኑ ተገይሩ። ኣብዚ ምምሕድዳር
ትኹረት ነይሩ እዩ። ዝሓሸ ጨገረት ዝበሃላ ዓሌት ብዝዓበየ ደቂ ዓዲ ከምኡ እውን ካብ ወፃኢ ንምስሓብን ተመሪፁ። እዚ ብምግባርና ባዕሉ ፍትሒ እዩ ረኺቡ። ጣብያታት ዝሽወሙ ኣካላት መናእሰይ ኮይኖም
እንሰሳን ናይ ፀባ ክላስተር ዝብሃል ቦታን ተፈልዩ ንምትእንጋድን ሰፊሕ ስራሕ ይስራሕ እዩ ዘሎ። ብድምር እንተወሓደ ህዝቢ ኣይንገላታዕን። ቀፂሉ ኸኣ ናብ ብርኪ ትምህርቲ ቀዳማይ ዲግሪ ዝሓዙ ብውሑዱ
እዩ። እዚ ዓይነት ስራሕ ገና ብዙሕ ክንሰርሐሉን ሎሚ ዘበን ዕድል ስራሕ ናይ ምፍጣር ተኽእሎና ወሲኹ ስርዓት ክኣቱ ተገይሩ እዩ። ድማ ዲፕሎማ ዘለዎም ከኾኑ ተገይሩ እዩ። እዚ
ትኹረት ክንገብረሉን ዝበልናዮ ዘርፊ እዩ። ኣብ ሃፍቲ እዩ። ኩሉ ክግበር ዝግበኦ ነገር ተገይሩ እዩ ንምባል እቲ ካሊእ ምስትኽኻል ዝተገበረ ጉዳይ ማሕበራዊ ቤት ማለት 70 ምኢታዊ ቀዳማይ ዲግሪ ዘለዎም፣ እቶም
እንስሳ እንሰርሖ ስራሕ ኣብ ሰለጤን ፀረ ድኽነት ግን ኣይከኣልን፤ ይኹን እምበር ነቲ ፀረ ድኽነት ቓልሲ ፍርዲ እዩ። ማሕበራዊ ቤት ፍርዲ እውን ምንጪ ፀገም 30 ምኢታዊ ድማ ዲፕሎማ ዘለዎም መናእሰያት
ቓልሲ ዝተፈለየ ትርጉም እዩ ዘለዎ። ኣብ ሕርሻን ንምጥንኻር ዝሓሹ ምንቅስቓሳት ተኻይዶም ኣለዉ። ሰናይ ምምሕዳር እዩ ነይሩ። ማሕበራዊ ቤት ፍርዲ እዮም። እቶም መናእሰይ ኣብ ጣብያታት ተሸይሞም
ዝራእትን እንሰርሖ ስራሕ ከምዘሎ ኮይኑ ኣብ ሃፍቲ ገሊኦም ድማ ተጀሚሮም እዮም። ንዝቕፅል እውን ዝሰርሖ ስራሕ እኳ እንተነበረ ህዝቢ ካብ ዘማርረሎም ኣባላት ካቢኔ ኮይኖም መዓልታዊ ምምሕዳራዊ
እንስሳ ዕዝዝ ዝበለ ስራሕ ብምስራሕ ፀረ ድኽነት ፅቡቕ መንጠሪ ክኾኑና ዝኽእሉ ኣብ ምሁራዊ ፅንዓት ህዝባዊ ትካላት ግና ሓደ እዩ። እዚ እውን ምሁራን ስራሕ ዝሰርሑ ኣርባዕተ ኣባላት እዮም። እዚ ድማ
ቓልሲ ክሳለጥ ትኹረት ተገይርሉ እናተሰርሐ እዩ። ዝተመስረቱ ስራሕቲ ንምስራሕ ከምጅማሮ ይፀዓር እዩ ዝተሳተፍሉ መፅናዕቲ ብምግባር ኢና ናብ ተግባር ትካላዊ ለውጢ እዩ። ስለዚ ህዝቢ እንተወሓደ ኣብ
ብፍላይ እዚ ኣመልኪቱ ምሁራን ብዙሕ ነገር እዮም ዘሎ። ኣቲና። ኣብዚ እውን እተን ሕጊ ተንከፍ ዝኾና ዓንቀፅ መዓልቲ ሸሞንተ ሰዓት ኣገልግሎት ክህብዎ ዝኽእሉ
ኣፅኒዖም ዘለው። ክላስተራዊ ብዝኾነ መንገዲ ድማ ኣብ ጉዳይ ሰናይ ምምሕዳር ዝምልከት፣ እተን ልዕል እናጠቐስካ ዝረኣያ ጉዳያት ናብቲ ስሩዕ ቤት ፍርዲ መሓውር ተኺልና ኣለና። በዚ ክያዶና ህዝቢ ባዕሉ
ተጀሚሩ ኣሎ። ኢለ ኣብ ስራሕቲ ልምዓት ዝነበራ ምንቅስቓሳት ክኸዳ ገይርናየን ኣለና። ስለዚ ማሕበራዊ ቤት ፍርዲ እውን ስለዝሸሞም ሕጉስ እዩ። ህዝቢ ባዕሉ ሸይሙ
መስኖ ዝምልከት፣ ሎሚ ዘበን ንክጋፋሕን ነቲ ትልሚ ዝገለፅክወን ኣካል ምፍታሕ ሰናይ ምምሕዳር እየን። ኣብ ጉዳያት ዕርቅን ሽምግልናን ዘተኮረ ስራሕ ጥራሕ እንተጥፊኦም ድማ ባዕሉ ዘውርዶም እዮም ክኾኑ።
ዕብየትን ትራንስፎርሜሽንን እንብሎ ለዋጣይን እዩ። ብፍሉይ ግን ፀገም ሰናይ ምምሕዳር ንምፍታሕ ኢልና ንክሰርሕ ተገይሩ ኣሎ። እዚ ጉዳይ ዕርቅን ሽምግልናን ቤት ምኽሪ እውን ኣብኣ ስለዘሎ እታ ስልጣን ኣብ
ሱቕ ኢልካ ተፈጥሮ ዝሃበና ማይ ምፅባይ ዘይኮነ እቲ ሎሚ ዘበን ዝጀመርናየን ስራሕቲ ኣለዋ እየን። ሎሚ ስራሕቲ ዓበይቲ ዓድን መራሕቲ ሃይማኖትን ዘሳተፈ ኢድ ህዝቢ እያ።
ዘሎ ማይ ዝዕቆር ዓቑርና፣ ዝኩዓት ኩዒትና ዓመት ዘበን ሓደ ማእኸል እቲ ስራሕና ኣብ ጣብያታት እዩ ኮይኑ እዚ ኣብ እዋን ዕጥቃዊ ቓልሲ “ፍትሒ ኣንጊሱ” ብሓፈሻ እቲ ምምዕርራይ መሓውር ነቲ ብህዝቢ
ሙሉእ ብመስኖ ምፍራይ እንተኽኢልና እታ ድኽነት ነይሩ። ኣብ ጣብያታት ገጠር ይኹን ከተማ ለውጢ ዝበሃለሉ ዝነበረ ኣካያይዳ እዩ። ሽዑ በብከባቢኡ ዝነበረ ዝለዓል ፀገም ሰናይ ምምሕዳር ትካላዊ ብዝኾነ
እትበሃል ክንበትካ ኢና። ስለዚ ንትራንስፎርሜሽን ክነምፅእ ኢና ብዝብል ተንቀሳቒስና ኢና። ኣብዚ ስራሕ ክፍሊ ህዝቢ ተቐባልነት ዘለዎም ዓበይቲ ዓድን መራሕቲ መንገዲ ዝምልስ እዩ። ኣብ ጣብያታት ትግራይ
ዝሕግዘና ፍሉይ ትኹረት ተገይሩለን ካብ ዝስርሓ ዝነበረ ምንቅስቓስ ቅሬታታት ህዝቢ መሰረት ተገይሮም ሃይማኖትን ሒዙ ዝለዓል ጥርዓናት ንሶም ዝሃብዎ ውሳነ ዝፈርሱ ኣፍሪስካ ዘይነበረ እውን ሓዱሽ ብምጥያሽ
ስራሕቲ ሓንቲ መስኖ እያ። እቲ ዝተለመደ ዝራእቲ ዝተኻየዱ መፅናዕቲታት መሰረት ተገይሩ ዝተወሰደ እዩ ዘተግብር ነይሩ። ንሶም ድማ ንህዝቦም ኢሎም ብፍላይ በብጣብይኡ ዝተመደቡ መናእሰይ ለዋጣይ
እውን ከምኡ ብክላስተር ተላሚዱ ዝፀንሐ ስለዝኾነ ስጉምቲ መሓውራት ምትዕርራይ እዩ። ብመሰረት ትኽክለኛ ፍትሒ የምፅኡ ስለዝነበሩ ዕውት ስራሕ ስራሕ ንክሰርሑ ትፅቢት ይግበር እዩ። እቶም
ተጠናኺሩ ዝኸደሉ ኩነታት እዩ ዘሎ። እቲ ውፅኢት እዚ ዝተሰርሐ ስራሕ ሓደ ኣብ ገጠር ኣካላት ፍትሒ ይስራሕ ነይሩ። ስለዚ ሎሚ እውን ከም ኣተሓሳስባ እታ መናእሰይ ካብቲ ጣብያ ሓሊፎም ነቲ ኣመራርሓ
ድማ ዓሚ ዝሓሸ እዩ ነይሩ ዝበለፀ ድማ ሎሚ ዘበን ምትዕርራይ እዩ ተገይሩ። እዚ ድማ ኣብ ጣብያ ዝነበረ ኣካያይዳ ፍትሒ ወረዳ እውን ክሕግዙ ተስፋ ዝተገበረሎም እዮም።
ክርአ እዩ። መሬት ዳይነት ዝምልከት እዩ። ጉዳይ መሬት ዳይነት ናብኣ ንኺድ እያ። በዚ ኣገባብ ካብ ዝሓለፈ ዓመት እቶም ፅቡቓት ቀስ ብቀስ እናበሰሉ እናተምሃሩ
ካሊእ ፍሉይ ትኹረት ካብ ዝተገበረለን ስራሕቲ <<ብዙሕ ሽግር ይፈጥሩ ኣለው>> ተባሂሉ ከም ክልል ወርሒ ጥሪ 2011 ዓ/ም ጀሚሩ ናብኣ ኣቲና ኣለና። ንዝለዓለ ሓላፍነት እውን ንክበቕዑን ንክመሃሩን
ሓንቲ ኣብ ናይ ከተማ ስራሕቲ ደቀቕትን ኣናእሽተይን ህዝቢ ዘልዕሎ ዝነበረ ጉዳይ ቅርታ እዩ። ኣብዚ መዳይ ስለዚ እዚ እውን ኣብ ክሊ ምምሕዳር ከም መሓውር ምግባር ከድሊ እዩ። ብኡ ኣቢሉ መሰረት መንግስቲ
ኮይኑ እዚ ድማ ብስፍሓት ንምስራሕ ተፈቲኑ እዩ። <<ፍትሒ ኣይንረክብን ዘለና>> ጥራሕ እንተይኮነስ ኣብ ጣብያታት ኣመዓራሪናዮ ኢና። ምስዚ ተኣሳሲሩ ትግራይ ንክዕረ ዝተገበረ ምትዕርራይ ጅማርኡ
ብፍላይ ቀዋምን ጊዝያውን ዕድል ስራሕ ንምፍጣር <<ኣደዳ ብላዕን ምንግልታዕ ንኸውን ኣለና፤ ጉዳይ <<ኮሚቴ ምምሕዳር መሬት>> ዝብል እውን ኣብ ቑሸት ፅቡቕ ኮይኑ ብመንፅር ሕብረተሰብ ምግልጋል ገና
መንእሰይ ወዲብካ ናብ ስራሕ ንምእታው ናይ መሬት ዳይነት ናብ ዝኸፈአ ኩነታት ኣእትዩና እዩ>> ዝነበሩ ብመሰረት ዝለዓሉ ዝነበሩ ፀገማት ክፈርሱ ንቕድሚት እንሪኦ እዩ ክኸውን።
ዝብል ከቢድ መረረት እዩ ነይሩ። ተገይሩ እዩ። ስለዚ ኣብ ማሕበራዊ ቤት ፍርዲ ገሊኡ
www.woyengazeta.org www.youtube.com/woyen newspaper
3
ዓምድታት ፖለቲካ ወይን 15 ጥቅምቲ 2012 ዓ/ም
እንግዶት
ብስራት ዘመናዊ መስርሕ ትካል ደደቢት
ካልኣይን መወዳእታን ክፋል
ኣገልግሎት ዝሕግዝ ዘመናዊ ኣሰራርሓ ሒሳብ
ኣብ ዝሓለፈ ሕታም ጋዜጣና ዕላማን ራእይን፣ ድሕረ ምስምትእትታው እንታይ ዝተሓስበ ነገር ኣሎ?
ባይታን ኣበጋግሳን ትካል ዕቋርን ልቓሕን ደደቢት ኣይተ ሙሉጌታ፣ ደደቢት ክትጣየሽ ከላ ኣገልግሎት
ማይክሮ ፋይናንስ ዝምልከት ትሕዝቶ ቀዳማይ ክፋል ልቓሕ ንምሃብ እዩ። ኣብቲ ዝተጣየሸሉ ጊዜ ኮይንና
ኣቕሪብና። እዚ እቲ ትካል ካብ ዝጅመር ክሳብ ሎሚ ብዛዕባ ቀረብ ልቓሕ እምበር ብዛዕባ ዘመናዊነትን
ንማሕበረ ቁጠባውን ኢኮኖሚያዊን ተጠቃምነት ቴክኖሎጂን ኣይኮነን ዝሕሰብ ነይሩ። እተን ዝነበራ
ህዝቢ ትግራይ ማእኸል ገይሩ ኣብ ጉዕዞ 25 ዓመት ገንዘብ ብሓይሊ ሰብ እናተሓገዘ ሰፊሕ ኣገልግሎት
ዝሰርሖም ስራሕትን ዘመዝገቦም ውፅኢታትን ምሃብ እዩ ዕላማ ገይሩ ፀኒሑ። ደሓር እታ ትካል
እንታይ ከምዝመስሉ እውን መርአዪታት ብምግባር እናዓበየት ምስመፅአት ሕዚ ዘለዋ ካፒታል፣ ሓይሊ
ዳህሲስና ነይርና። ንሎሚ እውን ምስ ልቓሕ ሰብ፣ ተገልጋላይን ሓላፍነትን ወሲድና ዘመናውነት
ምስፋሕን ምምላስን ካልኦት ስራሕትን ደደቢት ናብ ዝሓተሉ ብርኪ ተበፂሑ ኣሎ። ልዕሊ ኹሉ ናይ
ማይክሮ ፋይናንስ ዝጠመተ ጉዳይ ምስዋና ኣካያዲ ብርክት ዝበለ ወገን ቁጠባ ሒዛ እያ እትንቀሳቐስ
ስራሕ እቲ ትካል ኣይተ ሙሉጌታ ብርሃነ ዝገበርናዮ ዘላ።
ስልጠና ንተግባራዊ ስራሕ ዘመናዊ ኣሰራርሓ
ቃለ መሕትት ካልኣይን መዛዘምን ክፋሉ ከምዝስዕብ ብመሰረት እዚ ከሳብ ሕዚ ዝመፃእናሉ ጉዕዞ ምስቲ
ቀሪቡ ኣሎ። እንተተፈልዩ ዝነበሮ ልቓሕ ከፋሊ እንተዘይሃልዩዎ ሓደ ጊዜ ዝኽፈል እዩ ኢልካ ክርአ ኣለዎ። ንኣብነት ሓደ ዘለናዮ ኩነታት ክኸይድ ኣይኽእልን። ምኽንያቱ በቲ
ወይን፣ ደደቢት ትፍልም ማሕበረ ቁጠባውን ክኸፍል ኣይኸእልን። ኣብዚ ሐዚ እዋን ግን ውሕስና ተለቃሒ 1,000 ብር ልቓሕ ወሲዱ በብወርሑ ዝኸፍል ሓደ ገፅ ሕብረተሰብ ብዛዕባ ደደቢት ጥራሕ ኣይኮነን
ኢኮኖሚያውን ተጠቃምነት ንምርግጋፅ ንተገልገልታ (መድሕን) ልቓሕ ዝበሃል መስርሕ ኣተኣታቲና ኣለና። እንተኾይኑ ኣብ ፈላማይ ወርሒ ናይታ ዝተለቅሓ መጠን ዝሓስብ። “ዝድለ ቀረብን ሰለጤንን ክትህበኒ ኣለዋ”
እትህቦ ልቓሕ ከምዘሎ ኮይኑ ዝተውሃበ ልቓሕ እዚ ኣብዚ ሓዱሽ ዓመት 2012 ዓ.ም ተጀሚሩ ኣሎ። ገንዘብ እዩ ወለድ ዝኸፍል። ቀፂላ ዘላ ወርሒ ናይ ናብ ዝብለሉ ብርኪ እዩ በፂሑ ዘሎ። እዚ ካብ ክልተ
ምስምምላስ ተዛሚዱ ኣብ ሕብረተሰብ ዘሎ ከምዚ ዓይነት መፍትሒ ስለዘይነበረ ሓደ ዝተለቀሐ ሰብ ዝኸፈላ ገንዘብ ተቐኒሳ እያ ወለድ እትሓስብ። ከምዚ ነገራት ይብገስ። ሓደ ሰለጤን ዘለዎ ኣገልግሎት ካብ
ምንቅስቓስን ተግባራዊ ውፅኢቱን ከመይ እዩ ዝርአ? ልቓሕ ኣብ ምምላስ ይፅገም ፀኒሑ እዩ። እናበለ ድማ ይኸይድ። ብከምዚ ዝበለ መርአዪ ካልእ ምድላይ ካብኡ ሓሊፉ እታ ትካል ክትዓብየሉ እውን
ኣይተ ሙሉጌታ፣ ምስምምላስ ልቓሕ ተዛሚዱ ካብዚኦም ብዝተፈለየ ግና ክኽፍሉ እናኽኣሉ ልቓሕ ኣብ ማሕበራት 70 ካሬ ዘሎ ልቓሕን ወለዱን ክንርኢ ድልየቱ እዩ። እዚ ከምዘሎ ኮይኑ ብዓይኒ ትካልና
ኣብ ማሕበረሰብ “ዘየልቅሕን ቀታሊ ተለቂሑ ዘይኸፍሉ ኣለዉ። ናይዚኣቶም ምኽንያት እቲ ካብ ከለና ፈለማ ዝወሰድዎ ልቓሕ ዓብዪ እዩ። እዚ ብምዃኑ ክርአ ከሎ እውን እነመሓድሮ ገንዘብ ህዝቢ ውሑስ
ዘይመልስንከ ከታሪ” ዝብል ኣበሃህላ ኣሎ። እዚ ስነ ትካልና ዝወስዱዎ ልቓሕ ወለዱ ዝነኣሰ ስለዝኾነ ዝነኣሰ ዝወልዶ ገንዘብ እውን ብእኡ መጠን ዓበዪ እዩ። ደሓር ክኸውን እዩ ድልየትናን ዕላማናን። ግልጋሎት ስሉጥ
ሓሳብ ክትርእዮ ከለኻ “ዝኾነ ወገንካ ኣብ ፀገምካ ወለድ እናኸፈሉ እቲ ዓይኒ ዋና ገንዘብ ኣብ ስራሕ ግን እናቐነሰ እዩ ዝኸይድ። ናይዚ ዝርዝር ኣብ ክንደይ ክኸውንን ሰራሕተኛ ኩሉ ከመሓድሮ ብዝኽእልን
ዝኸኣሎ ከለቅሐካ ክኽእል ኣለዎ” ንምባል እዩ። ዘንቀሳቕስሉ ኩነታት እዩ ዝርአ። “ወለዶም እዮም ዓመት ክንደይ መጠን ወለድ ከምዘለዎ ኣቐዲሙ ኣገባብ ዘመናዊ መስርሕ ምእትእትታው የድሊ።
ንዘለቀሐካ ገንዘብ ብግዚኡ ክትምልሰሉ ድማ ዝደልዩ” ብምባል ልቓሕ ኣብ ምምላስ ዘዘንግዑ ኣካላት ተገሊፁ እዩ። እቲ ወለድ ኣብ ቀራይ እዩ ዝወልድ። ስለዚ ካብ ውሽጣዊ ምምሕዳር ትካልናን ህዝብን
ይግባእ። እዚ ምስትካልና እንትነዛምዶ፣ ደደቢት እውን ኣለዉ። እዚኣቶም ብጊዜኻ ልቓሕ ምኽፋል ስለዚ ኣብዚ ዘሎ ግልፅነት በዚ ምርግጋፅ ይከኣል እዩ። ዝለዓል ዘሎ ሕቶ መሰረት ገይርካ ናብ ዘመናውነት
ትፍልም ንሕብረተሰብ ዝኸኣለቶ መጠን ልቓሕ ኻልእ ተለቃሓይ ከምዝጎድእ ከይረኣዩ ንባዕሎም ጥራሕ ኣብ ወለድ ትኹረት ክግበረሉ ዝግባእ ነጥቢ ግን ኣሎ። ክትኣቱ ኣብ ዘገድድ ጊዜ በፂሕና ኣለና።
እንትትህብ ዝተወሰደ ልቓሕ ብጊዚኡ ክምለስ እዮም ዝሓስቡ። ኣብ ምምላስ ልቓሕ እቲ ካልእ ክርአ ወለድ ማለት ዋጋ ናይቲ እተለቅሖ ቅርሺ እዩ። ነዚ እዚ ቅድሚ ሓሙሽተ ዓመት ጀሚሩ ናብ ዘመናውነት
ምግባር ድማ ኣግባብ እዩ። ብባህሪ ሓደ ማሕበረሰብ ዘለዎ ነጥቢ ድማ ሓደ ልቓሕ ካብ ዝተውሃቦ ዕላማ መሰረት ገይርካ ኣብ ሕብረተሰብ ፍልጠት ፋይናንስ ክንኣቱ ከምዘለና ተፈሊጡ እዩ። ብዝተፈላለዩ
ልቕሑ ከይመለሰ ኣይተርፍን። ስለዚ ከም ትካል ኣብ ወፃኢ ዘባኽን ሰብ አይሰኣንን። እዚኣ እንተገይሩ ልቓሕ ክዓቢ ምግባር ድማ የድሊ። ሕብረተሰብ ፋይናንሳዊ ምኽንያታት እናተጓተተ ግን መፂኡ። ቅድሚ ሰለስተ
ጉዕዞና ክሳብ ሕዚ ዝሃብናዮ ድምር ልቓሕ ከባቢ ኣብ ምምላስ ምፅጋሙ ኣይተርፍን። ብኣጠቓላሊ ክርአ ፍልጥኡ እንተኣዕብዩ ኣወዳዲሩ ክጥቀም ይሕግዞ። ዓመት ተጀሚሩ ኣብ ዝተወሰነ ከይዲ ጠጠው
23 ቢልዮን ብር እዩ። እዚ ኣመላልስኡ ክርአ ከሎ ከሎ ግን እቲ ከይዲ ምምላስ ልቓሕ ዝሓሸ ኮይኑ በዞም ወለድ ሓደ መወዳደሪ እዩ እንተኢልና ከምትካል ኢሉ ኣይተስፋሕፈሐን። ኣብዚ ሕዚ እዋን ግን ካብ
ፅቡቕ እዩ። ምስቀራዩ ክተዛምዶ ከለኻ ግን ክሳብ ልዕል ኢሎም ዝተገለፁ ምኽንያታት ዝርአዩ ጉድለታት እነኽፍሎ ድማ ኣብ ቀራዪ እዩ። እቲ ነባራዊ ኩነታት መወዳእታ መስከረም 2012 ዓ.ም ንምትግባር ትልሚ
ሕዚ ካብቲ ዝተውሃበ ድምር ከባቢ ሸሞንተ ቢልዮን እናረአኻ ክምለስ ዝግብኦ ገንዘብ ኣብ ጊዚኡ ምምላስ እዚ ኮይኑ ሕብረተሰብ ብዛዕባ ወለድ ኣብ ቀራዪ ድዩ ተታሒዙ ኣብ ፈተነ ኣለና። እቲ ፈተነ ብሰለስተ
ብር ክምለስ ዝግብኦ ልቓሕ ገና ዘይተመለሰ ኣሎ። ጊዜ ዘይወሃቦ ስራሕ ተገይሩ እናተሰርሐሉ መፂኡ እዩ። ወይስ ብሓንቲ ጊዜ ዝኽፈል ኢሉ ክረጋገፅ ኣለዎ። ከም ብርኪ ዝሳለጥ እዩ። ኣብቶም ክልተ ብርኪ ዕውት
እዚ ማለት ክምለስ ግዚኡ ዝቐረበ ኣብ ከይዲ ዘሎን ሕዚ እውን በዚ ተጠናኺሩ እዩ ዝቕፅል ዘሎ። ብመሰረቱ ዕላማ ዝርአ ግን ሓደ ተለቃሓይ ፈለማ ዝርእዮ ቀረብ ውፅኢት ኣርእዩ ኣሎ። ኣብ ሳልሳይ ብርኪ ፈተነ
ክምለስ እናተገብኦ ብዝተፈላለየ ምኽንያት ገና ድማ ዘይምለስ ዝበሃል ልቓሕ የለን። ፋይናንስ እምበር ወለድ ኣይኮነን። ኣብ ጥቕኡ ዝድለ ድማ ተግባራዊ እናገበረ ይርከብ። ሓደ ጊዜ ፈተነ
ዘይተመለሰን እዩ። ወይን:- ምስወለድ ተዛሚዱ ንትካልኩም ካብ ኣገልግሎት ፋይናንስ ምህላውን ዘይምህላውን ይርኢ። ገይርካ ዝወደቐ እንተሃልዩ መሊስካ ብምፍታንን
ሓደ ልቓሕ ብባህሪኡ ክምለስ ኣብ ዝግባእ ጊዜ ሕብረተሰብ ዝለዓል ሓሳብ “ወለድ ይበዝሕ እዩ” ዝብል እዚ ዝድለ ቀረብ ኣለዎ ዶ? ኢልካ ምስረአኻ ድሕሪኡ ምምሕያሽ ብምግባርን እዩ ናብቲ ዕላዊ ተግባራዊ
እንተዘይተመሊሱ እናተዋህለለ፤ ዝተመለሰ ኣገላልፃ ከመይ እዩ ዝርአ? ብስሩኸ ደደቢት ትፍልም ወለዱ ክንደይ ምዃኑ ተረጋግፅ። ምኽንያቱ እቲ ወሳኒ ስራሕ ዝእቶ። ምኽንያቱ ሓደ ጊዜ ፈተነ ኣካይድካ
እንተኾይኑ ከዓ እናተዓፀወ እዩ ዝኸይድ። ስለዚ እተኽፍሎ ወለድ ምስካልእ ትካል ፋይናንስ እንትነፃፀር ቀረብ ልቓሕ እዩ። ካብዚ ተበጊስና መላእ ሕብረተሰብ ናብ ተግባር ኣይእቶን። ስለዚ ከም ትካል ዝተኣታቶ
ሕብረተሰብና ክግንዘቦ ዘለዎ ተገንዚቡ እውን እንታይ እዩ ዝመስል? ትግራይ ብፍላይ ኣብ ገፀር ዘሎ ኣቐዲሙ ዝርእዮ ቀረብ ዘሎ ቴክኖሎጂ ኣዝዩ ዓብይን ቀፃልነት ዘለዎን እዩ።
ክሰርሐሉ ዝግባእ ነጥቢ ልቓሕ ከይተመልሰ ኣይተ ሙሉጌታ:- “ወለድ በዚሑ” ዝብል ሓሳብ ብዙሕ ልቓሕ ምስቲ ምዃኑ በዚ ድማ ሕጉስ እዩ። ወለድ ኣበይ ክሳብ ሕዚ ዘሎ ተግባራዊ ስራሕን ውፅኢቱን ክንርኢ
ዘይተርፍ ምዃኑ እዩ። ብመሰረት እዚ ዝተለቃሕኻዮ ሰብ እዩ ዘልዕሎ። ይኹን እምበር “ኣብ ማይክሮ እዩ ደኣ ሕቶ ኮይኑ ዝለዓል እንተተባሂሉ ሓሓሊፉ ኣብ ከለና ከባቢ 40 ዝኾና ጨናፍር እቲ ፈተነ ክጅምራ
ገንዘብ ሰሪሕካ ብሰዓትካ ምምላስ የድሊ። ምኽንያቱ ፋይናንስ ወለድ ይበዝሕ እዩ” ዝብል ኣገላልፃ ሓፈሻዊ ከተማታት እዩ። ተዳልየን ኣለዋ። እዚአን መረዳእትአን ኣፃፊፈን ኣብ
ዝተውሃበ ገንዘብ ብጊዚኡ እንተዘይተመሊሱ ብዙሕ ዘረባ እዩ። ብዓይኒ ሓቂ ክርአ ከሎ ግን ካብ ዝኾነ ይኹን ኣብ ወለድ ተገልጋላይ ክግንዘቦ ዝግብኦ ካልእ ነጥቢ ምፅባይ ዝርከባ እየን። ስለዚ ካብ ዓዲ ወፃኢ ዝመፅኡ
ጉድኣት ኣለዎ። በቲ ሓደ ገፅ ዕዳ እዩ። በቲ ካልእ ትካል ገንዘብ ዝተሓተ ወለድ ዝህብ ደደቢት ማይክሮ ድማ ኣሎ። ወለድ ምስቁጠባ (ዕቋር) ዝተዛመደ እዩ። ማእኸላት መረዳእታ (ሰርቨራት) ኣትዮም ዝተወሰና
ገፅ ድማ ቀፃሊ ንካልእ ተገልጋሊ ክወሃብ ንዝግብኦ ፋይናንስ እዩ። ስለዚ ብንፅፅር እንተወሲድና ምስባንኪ ንኣብነት ከምትካል ካብ ተገልጋሊ ካብ ዝተቖጠበ ዝተረፋ ኣስዒብካ እዩ ኣብ ዝሓፀረ ጊዜ (ኣብ ውሽጢ
ልቓሕ ፀላዊ እዩ። ስለዚ ብሰዓትካ ምምላስ ከምታ ከምኡ እውን ምስ ትካላት ማይክሮ ፋይናንስ ኢና ገንዘብ ብውሕድ ሸውዓተ ምኢታዊ ወለድ ይኽፈለሉ እዚ ዓመት) ተግባራዊ ክግበር ተታሒዙ እናተሰርሐ
ንስኻ ፀጊማትካ ዝተጠቐምካላ ካልኦት ወገናትካ ነነፃፅር። እቲ ውፅኢት እንትርአ ድማ ዝተሓተ ወለድ እዩ። ብተወሳኺ ወፃኢታት ምምሕዳርን ካልኦትን ዝርከብ። እቲ ከይዲ ምስቲ ከም ሃገር ዘሎ ፀገም
ክጥቀሙላ ኣብ ጊዚኣ ምምላስ ተድሊ። ካብዚ ሓሊፉ ኣብ ደደቢት እዩ። ደሚርካ ንኻልእ ተለቃሓይ እቲ ገንዘብ እንትትህቦ 17 ሸርፊ ወፃኢ ተዛሚዱ ናይ ባዕሉ ተፅዕኖ ነይሩዎ
ንትካልና ዝቆፃፀር ብሄራዊ ባንኪ ኣሎ። እዚ ከመይ ናብ መስርሕ ኣቲኻ ሓፈሻዊ ኣገላልፃን ንፅፅርን ዘይኮነስ ምኢታዊ ወለድ ይበዝሕዶ ኣይበዝሕን? ምርኣይ የድሊ። እዩ። እዚ ኮይኑ ግን ከምብሄራዊ ባንኪ፣ ባንክታት
እዩ ዝቆፃፀሮ? እንተኢልና ህዝቢ ኣብ ትካልና ዕቋር እቲ ኩነታት ሕብረተሰብ ከመይ ተረዲእዎ ኢልካ ምምሕዳራዊ ወፃኢታት ኣዝዮም ከበድቲ እዮም። ወጋገን፣ ኣንበሳን ኣብሲንያን ዝበሉ ዝድለ ሓገዛት
ኣቐሚጡ፣ ንሕና ልቓሕ ሂብና ዘይምለስ እንተኾይኑ ምርኣይ እዩ ኣገዳስነት ዘለዎ። ከምመስርሕ ሓደ ትካል ንኣብነት ሓደ ሰብ 10 ሚልዮን ብ12 ምኢታዊ ወለድ ገይሮም እዮም። ብመሰረት እዚ ዘመናዊ ኣሰራርሓ
እቲ ዕቋር ካብ ሓደጋ ናይ ምክልኻል ሓላፍነት ስለዘለዎ ፋይናንስ ግልፅነቱ ዝረጋገፅ ብዘለዎ መጠን ወለድ እዩ። እንተተለቂሑ እቲ ተለቃሓይ ሓደ ሰብ እዩ። ንሕና ግን 10 ትካልና ኣብ ቀረባ ጊዜ ዝጅመር ኮይኑ ነዚ ድማ
በዚ እዩ ዝሕዘና። ከም ትካል እውን ነዚ ሓላፍነት ስለዚ ዝኾነ ትካል ፋይናንስ ከምትካል ወለድ ብግልፂ ሚልዮን ንብዙሓት ሰባት ክነልቅሕን ተረባሕቲ ክኾኑን ሕብረተሰብ ብትዕግስቲ ክፅበ ኣለዎ። እቲ ዘመናዊ
ሒዝና ኢና እንሰርሕ። ኣብዚኣ ጉድለት እንተሃልያ ንሕብረተሰብ ክገልፅ ኣለዎ። ካብዚ ተበጊስካ ትካልና እዩ ዕላማና። ንኣብነት ኣብ ሓንቲ ቁሸት ዝርከቡ 30 ማእኸል መረዳእታ ኣዝዩ ዓብዪ እዩ። መማእኸሊኡ
ነቲ መለቅሒ ትካል፣ ብሄራዊ ባንኪ ክዓፅዎ ይኽእል ወለዱ ግልፂ እዩ። ንኣብነት ከምትካል ክልተ ዓይነት ሽሕ ሰባት ልቓሕ እንተረኺቦም ነዚኦም ንምትእንጋድ ኣብ መቐለን ኣክሱምን ዝኸውን ኮይኑ ኣብ ትግራይ
እዩ። ስለዚ ልቓሕ ዘይምምላስ በዞም ከምዚ ዝበሉ ወለድ እዩ ዘሎ። ሓደ ውሕስና ኣትሒዞም (በገዛ ወይ ክንደይ ጊዜ ይሓትት፣ እንታይ ዓይነት ምምሕዳራዊ እቲ ዝዓበየ ማእኸል ሓበሬታ ምዃኑ ድማ ክገልፅ
መርኣዪታት ርኢኻ እዩ ኣብ ጊዜኡ ክምለስ ዘለዎ። ብካልእ ዓይነት መትሐጃ ኣትሒዞም) ልቓሕ ናይ ስራሕቲ የድሊ? ኢልካ ክትፅብፅብ ከለኻ ከቢድ እዩ። እደሊ።
ካብዚ ሕልፍ ኢሉ ምስምምላስ ልቓሕ ዝርአ ፀገም ዝልቅሑ ሰባት ወለድ እዩ። እዚ ወለዱ 13 ነጥቢ 9 ካብዚ ተበጊስካ ብዓይነት ፍኹሰት ስራሕ እንትርአ ወይን፣ ትካልኩም ከምሓደ ነባር ዕድመ ዘለዎ
ግን ኣሎ። ንሱ እውን ወድዓዊ ኩነታት ዝወለዶ ምኢታዊ እዩ። ንቢዝነስ መትሓዚ ኣትሒዞም ዝልቅሑ ካብ ብ17 ምኢታዊ ን30 ሽሕ ብር ክተልቅሕ መትሐጃ ፋይናንሳዊ ትካልን በቲ ከምዚ ዝበለ ናብ ዘመናዊ
ፀገም እዩ። ንኣብነት ዝተለቅሐ ሰብ ካብ ዓለም ኣካላት ከዓ ወለዶም 14 ምኢታዊ እዩ። እዚኦም እንተተረኺቡ ብትሽዓተ ምኢታዊ ንሓደ ውልቀ ሰብ ኣሰራርሓ ዝገብሮ ዘሎ ድልውነትን ተዛሚዱ
እንተተፈልዩን ሓደጋ እንተጋጢምዎን ኣብ ምምላስ መተሐጃ ዘለዎም ዓበይቲ ልቓሓት እዮም። ምኽንያቱ ምልቃሕ እዩ ዝቐለለ። ዕላማ ትካልና ግን እዚ ኣይኮነን። ምስካልኦት ዝተጣየሻን ዝጣየሻ ዘለዋን ሓደሽቲ
ልቓሕ ፀገም ከጋጥም ይኽእል እዩ። ከምዚ ዝበለ እቲ መጠን ገንዘብ ዓብዪ ኮይኑ መትሐጃ ዘለዎ እዩ። ዋላ ስራሕ ከቢዱ ንብዙሕ ሕብረተሰብ ተረባሒ ምግባር ትካላት ፋይናንስ ከመይ ተዋዲዱን ተሓባቢሩን እዩ
ፀገም እንተጋጥም ቅድም ኢሉ ዝተነፀረ መፍትሒ ካልኣይ ዓይነት ልቓሕ መትሐጃ ዘይብሉ እንትኸውን እዩ። ስለዚ ወለድ በዚሑ ዝብል ርድኢትን ኣተሓሳስባን እናሰርሐ መፂኡ፤ ብቐፃሊኸ ከመይ እዩ ተወዳዳራይ
ኣይነበረን። ኣብዚ ሕዚ እዋን ግን ሓደ ተለቃሓይ ክብድ ዝበለ ወለዱ ድማ 17 ምኢታዊ እዩ። ምስቲ ዝወሃብ ኣገልግሎት ምግንዛቡ ኣገዳሲ እዩ። እቲ ኮይኑ ክኸይድ?
ውሕስና ክህልዎ ዝተኣታተወ ሓዱሽ መስርሕ ብመሰረት እዚ 17 ምኢታዊ ከምኡ እውን 14 ሚኢታዊ ሓሳብ ኣስፊሕኻ ክርአ ዘለዎ እዩ።
ውሕስና ኣሎ። ምኽንያቱ ሓደ ሰብ ካብ ዓለም ወለድ ብዙሕ ክመስል ይኽእል። እዚ ብመንፅር ግልፅነት ወይን፣ ደደቢት ትፍልም ካብቲ ከሳብ ሕዚ እናሰርሐትሉ
መረጋገፂ ክርአ ከሎ ከዓ ኣብ ቀራዩ ዝወልድ ድዩ ወይስ ዝመፀት ኣሰራርሓ ውፅእ ኢላ ንስሉጥ ኣወሃህባ
... ናብ ገፅ 9 ይዘውር
ህዝብና...ካብ ገፅ 2 ዝዞረ
ሰላምን ድሕንነትን ምኽባር እናተፀገመ ዝመፀሉ፣ ኣምሓራን ብናይ ሓባር ቃልሶም ትምክሕቲ ስዒሮም ፃዕሪ ፍፁም ተቐባልነት ክህልዎ ኣይኽእልን። ኣብዚ
ሰለዚ ኢህወዴግ ከም ግንባር ተወዲቡ ፀገማቱ ካብዚ ሓሊፉ እውን ላዕለዎት ወታደራውን ናይ ክልል እዮም። ንቅድሚት እውን እንተኾነ ነዞም ህዝቢ ሃገር ዘለዉ ተነሓናሕቲ ውድባት ናይ ምውድዳር
ብቓልሲ እናፈትሐ ዓዲ ክመርሕ ይግባእ። ብግዜ ኣምሓራ መራሕትን ክሳብ ምቕንፃል ዝኸደ ተግባር ንህዝቢ ኣባሊዖም ኣጋጭዮም ኣብዚኣ ክነብሩ ዝደልዩ፣ ዕድል ረኺቦም ህዝቢ ብነፃ ድልየቱ ዝመረፆ መንግስቲ
ኣንፃር እውን ክፀንሕ ዝግበኦ ጉዳይ እዩ። ኣጋር ዝፍፀመሉ፣ ካሊእ ተሪፉ ናይዞም ሙሩፃት ጀነራላት ሓላፍነቶም ገዲፎም እዚኣ ኣብ ምግባር ዝተፀመዱን ናብ ስልጣን ክመፅእ፣ ብናይ ህዝቢ ፍፁም ፍቓድ
ውድባት እውን እዚ ብሽም ውህደት ዝግበር ዘሎ ቅትለት እኳ ብኣግባቡ ኣፃርዩ ንህዝቢ ግልፂ ምግባር ዝተዋፈሩን ሓይልታት ብዝተወደበ መንገዲ ኣብ ስልጣን ክፀንሕ ዝገብር ሕገ-መንግስታዊ መሰል
ምንቅስቓስ ህልውናኹም ዘጥፍእ ተግባር ምዃኑ ዘይተኸኣለሉ፣ ልዕልነት ሕጊ እናተጥሓሰ፣ ናይ ዜጋታት ክትቃለሶም ይግባእ። መላእ ብሄር፣ ብሄረ ሰባትን ብጥብቂ ክኽበር ኣለዎ። እዚ ኣብ ዘይኮነሉ እዋን
ክትግንዘቡ ይግባእ። እንተኾነ ግን ኣጋር ውድባት ሞትን ምፍንቓልን ክድሕን ዘይከኣለሉ መንግስትን ህዝብታትን ሃገርና እውን ሕብረ ብሄራዊ ፌደራላዊ መላእ ህዝብታት ሃገርና መሰልኩምን ሕገ-መንግስታዊ
ኣብ ኢህወዴግ ብሙሉእ ኣባልነት ኣቲኹም ብናይ ስርዓትን ይኸውን ኣሎ ጥራሕ ዘይኮነ እዚ ንምፍትሕን ስርዓትና ንምድሓን ኣብ ዝግበር ወሳኒ ቃልሲ ካብ ዝኾነ ስልጣንኩምን ኣብ ሓደጋ ዝኣቱ ዘሎ ምዃኑ ፈሊጥኩም
ሓባር ቃልስን ፃዕርን ዓዲ ዘድሕን ተግባር ክትፍፅሙ ንምዕጋትን እውን ቀንዲ ስርሑ ዘይገበርን ድልውነት እዋን ንላዕሊ ሃገርና ንምድሓን ክንረባረብ ይግባእ። ዝለዓለ ቃልሲ ክትገብሩ ኣብ ዘገድድ ዝተፈለየ ወቕቲ
ህወሓት ብፅንዓት ይኣምን። ካብዚ ወፃኢ ህወሓት ዘይብሉን ኮይኑ ኣሎ። ሕብረ ብሄራዊ ፌደራላዊ ሓይልታት ዝጀመርኩምዎ ኣለና።
ኣብ ከምዚ ዝበለ ዓዲ ዝብትን ተግባር ጨብረቕረቕ ቃልስን ሰፊሕ መድረኽን መማረፂ ከምዘይብሉ
ክብል ከምዘይደሊ ክፍለጥ ይግባእ። መላእ ብሄር፣ መሰረታዊ ሕቶታት ህዝቢ ንጎኒ ተገዲፉ ኣብ ካሊእ ተገንዚብኩም ቃልስኹም ኣጠናኺርኩም ክትቕፅልሉ ዝኸበርካ ህዝቢ ኤርትራ!
ብሄረሰባትን ህዝብታትን ኢትዮዽያ ነዚ ብሽም ዝወዓለሉ፣ ኢኮኖሚ እናተዳኸመ ናብ ዓብይ ድቀትን ይግባእ። ህወሓት ነዚ ዝተጀመረ ቃልሲ ናብ ልዑል
ውህደት ኢህወዴግ ንምፍራስ ዝግበር ምንቅስቓስ ምንቁልቋልን ይኣቱ ኣሎ። ልምዓት ዝመርሖን ብራኸ ንምውሳድ ዝከኣሎ ኩሉ ከምዝገብር ከረጋግፅ ህዝቢ ትግራይን ህዝቢ ኤርትራን ንናይ ሓባር
ሓላፍነት ብዝተመልኦ ጉቡእ ቃልሲ ክትገብሩ ዝድግፎን ስኢኑ፣ ልምዓታዊ ዓቕምታት እናመኸነ፣ ይደሊ። መሰልን ረብሓን ብሓደ ዝተቓለሱ ኣሓት ህዝብታት
ህወሓት ይፅውዕ። ሰራሕ ስእነት እናተጋደደ፣ ምኽባር ናብራ ህዝቢ እዮም። ነቲ ዝነበረን ዘሎ ዝምድናን ምድግጋፍን
ዝኸበርኩም ብሄር፣ ብሄረሰባትን ህዝብታትን ሰማይ እናተሰቐለ ይኸይድ ኣሎ። በዚ ምኽንያት ሓደ በዚ ኣጋጣሚ ሕገ-መንግስቲ፣ ሰላምን ድሕንነትን ናብ ዘላቒን ዘተኣማምንን ብርኪ ንምብፃሕ ኣብ
ኢትዮጵያ! ፀገም ኣብ ልዕሊ ካሊእ ፀገም እናተደረበ ይኸይድ ህዝብን ሃገርን ኣብ ምሕላው ዝለዓለ ሓላፍነት ዘለካ ዝሓለፈ ዓመት ዝተጀመረ ኣፋፍኖት ሰላም ኣብዚ
ሕገ-መንግስትን ሕብረ ብሄራዊ ፌዴራላዊ ኣሎ። ዋሕስ ህዝብታት ዝኾነ ፌደራላውን ሕገ- ሰራዊት ምክልኻል፣ ሃገርና ዘጋጥማ ዘሎ ሓደጋ ዓመት እውን ተጠናኺሩ ክቕፅል ይግባእ። ብሓባር
ስርዓትናን ዝሽርሽር ዝጥሕስ ተግባራት በቢማዓልቱ መንግስታውን ስርዓትና ብምፍራስ ኣሃዳዊ ሰርዓት ብጉቡእ ተገንዚብካ ካብ ጥፍኣት ንምድሓን እትገብሮ ተደጋጊፍና ንዘላቒ ሰላምን ምድግጋፍን ክንሰርሕ
ምርኣይ ዝተለመደ ተግባር ኮይኑ ኣሎ። ኣብዚ ንምምላስ ዝሰርሕ ዘሎን ቀንዲ ናይዚ ሓደጋን ጥፍኣትን ዘለኻ ርብርብ፣ ነዛ ፉሉይ ታሪኽን ክብርን ዘለዋ ሃገር ይግባእ። ዝጀመርናዮ ሓዱሽ ራህዋን ሰላምን ውሑስ
እዋን ሓይልታት ትምክሕቲ ብኣረኣእያን ተግባራዊ ዝፈጥርን ዝመርሖን ዘሎ ድማ ሓይሊ ትምክሕትን ኣብ ምሕላውን ሉኣላውነትን ሰላምን ኣብ ምርግጋፅን ክኸውን ናይ ክልቲኡ ህዝብታት ምትእስሳርን ርክብን
ምንቅስቓስን ጉልበት ፈጢሮም ዓዲ ዝሕምስሉ ኣብ ዙሪኡ ዝተኣከበ ፀረ ህዝቢ ሓይልን እዩ። ብዝለዓለ ህዝባዊ ሓላፍነት ትካላዊ ሓድነትካ ክጠናኸር ክንሰርሕ ኣለና። ህወሓትን ህዝቢ ትግራይን
ኵነታት ይረአ ኣሎ። ኣብ ቡዙሕ ከባቢታት ሃገርና ኣጠናኺርካ ኣብ ትገብሮ ኩሉ ዓይነት ምንቅስቓስ ነዚ ንምጥንኻር ካብኦም ዝድለ ኩሉ ከምዝፍፅሙ
ስእነት ሰላም እናተጋፈሐ፣ ሰላም ጠፊኡ መንግስቲ ኣብ ውሽጦም ዘሎ ሕመቕን ፀረ-ህዝቢ ተግባርን ኣብ ህዝቢ ትግራይን ህወሓትን ኣብ ጎንኻ ኮይኖም ካብኦም ደጊምና ክነረጋግፀልካ ንፈቱ።
ዘይመርሖን ዘይቆፃፀሮን ከባቢታት እናተፈጠረ ክንዲ ምፍታሕን ምፅራይን ናይ ኩሉ ሽግር “ሳልሳይ ዝሕተት ኩሉ ከምዝገብሩ ክነረጋግፅ ንፈቱ። ዘይንሰግሮ ፈተና ኣይህሉን!!
ይኸይድ ኣሎ። ንመሰሉን መንነቱን ዝተቓለሰ ወገን ኣለዎ” ዝበሃል ዝፀንሐ ደርፊ ክደግምዎ ይረኣይ
ህዝቢ ማእለያ ዘይብሉ ግፍዕን በደልን ዝፍፀመሉ፣ ኣሎ። ንህዝቢ ኣምሓራ ዘይናሃቱን ዘይምስሉን ብመሰረት ሕገ መንግስቲ ሻድሻይ ሃገራውን ክልላውን ዘልኣለማዊ ክብርን ሞጎስን ንስውኣትና!!
ዜጋታት ቀሲኖም ዘይነብሩሉ፣ ብመንነቶም እናትሓዙ “ትምክሕቲ ተባሂልካ” እናበሉ በዚ መረፃ ኣብዚ ዓመት ብግድን ክካየድ ዘለዎ እዩ። ማእኸላይ ኮሚቴ ህወሓት
ምኽንያት ኣብ ልዕሊ ዜጋታት ግፍዒ ዝፍፀመሉ፣ ተጎልቢቦም ኣብ መንጎ ህዝብታት ዝፀንሐ ዝምድናን ብምዃኑ እውን መረፃ ብእዋኑ ክግበር ብተደጋጋሚ 4 ጥቅምቲ 2012 ዓ.ም
ህይወቶምን ንብረቶምን ውሕስና ዝሰኣንሉ፣ ሕውነትን ክዘርጉ ይፅዕሩ ኣለው። ህዝቢ ኣምሓራ ህወሓትን ህዝቢ ትግራይን መርገፂኦም እናገለፁ መቐለ
ኣብ ታሪኽ እዛ ሃገር ተራእዩ ብዘይፈልጥ ጎንፅን ንትምክሕቲ ተቓሊሱ ብማዕርነት ዝነብረላ ሓድሽ ፀኒሖም እዮም። እንተኾነ ግን መረፃ ንምክያድ ዘኽእል
ምፍንቓልን ዝተባራኸተሉ፣ መንግስቲ ናይ ዜጋታት ዴሞክራስያዊ ኢትዮዽያ ክትመፅእ ዘይተካእ ተራ ዝኾነ ዓይነት ምድላው ኣይግበርን ዘሎ። “ብቑዕ
ዝተፃወተ ህዝቢ እዩ። ህዝቢ ትግራይን ህዝቢ ምድላው ኣይገበርናን” ኢልካ መረፃ ንምንዋሕ ዝግበር
ሰናይ ምምሕዳር
ህዝቢ ዘንብዐ ምሕደራ መሬት!
ራብዓይ ክፋል ካቢኔ ምርድዳእ ተገይሩ ዝተጀመረ እዩ። ብፍላይ እዩ። ንኣብነት ዘይሕጋዊ ህንፀት ኣባይቲ ከምዘለዉ
ኣብ ጣብያ ሞሞና ይግብኦም ዶ ኣይግበኦምን ካልእ ንፁር ቦታ ፈልዮም ንመሃንዲስ ክነግሩ እንተለዉ
ጉዳይ ኮይኑ 1‚000 ነበርቲ “ነባር ትሕዝቶ እናሃለወና ከምዘይሰምዐ ሱቕ ኢሉ ይሓልፍ። እንተኽኢሉ
ኣይፀፈፈልናን፤ ካርታ ክወሃበና ኣለዎ” ኢሎም ናብ ዘይሕጋዊ ምዃኑ ኣእሚኑ ጠጠው ከብሎ ይግባእ፤
ምምሕዳር ጣብያ ብፅሑፍ ዘመልከቱ ነበርቲ ኣለዉ። እንተዘይኮይኑ ናብ ሕጊ ከቕርቦ ነይርዎ። ኮይኑ ግና
ብተመሳሳሊ ኣብ ጣብያታት ሰላምን ዓዲ ሽምዱሑንን በዚ ኣገባብ ኣይተሰርሐን። ዝኾነ ኾይኑ ዘይሕጋዊ
160 ነበርቲ “ይግብአና እዩ፤ ኣይፀፈፈልናን፤ ነባር ህንፀት ኣባይቲ ደው ንምባል ብሰፊሑ ይፅናዕ
ትሕዝቶ ኣለና” ኢሎም ናብ ጣብያ ዘመልከቱ እዮም። ምህለዉ እቶም ኣመሓዳሪ ይገልፁ። ርግፅ ገለገሊኡ
ኣብዚ ክስትውዓል ዝግብኦ ግና፣ “ኩሉ ነባር ትሕዝቶ ዝተፀንዐ እንትኸውን ኣብ ከይዲ ፅንዓት ዝርከብ
ኣለኒ” ዝበለ “ኣለዎ” ኢልካ ምድምዳም ስለዘይከኣል እውን ኣሎ። ንኣብነት ኣብ መጋቢት 2011 ዓ/ም
ዘለዎን ዘይብሉን ዝተጣየሸ ኮሚቴ ምፅፋፍ ነባር ፅንዓት ምስተጀመረ ኣብ ሓደ ቑሸት ብማእኸላይ
ትሕዝቶ ምስ መሃንዲሳት ብምዃን ብዝርዝር ናብ 90 ዝኾኑ ዘይሕጋዊ ኣባይቲ ተረኺቦም
ንምርኣይ ተፈቲኑ እዩ። እዚ ተፀኒዑ ምስተወደአ ድማ እዮም። እቲ ፅንዓት ሐዚ እውን ይቕፅል ስለዘሎን
መን እዩ ብትኽክል ዝግበኦ? ብስሩ ኸ ትኽክለኛ ቦትኡ ዘይሕጋዊ ህንፀት ኣባይቲ ጠቕሊሉ ስለዘይደረቐን
ድዩ? ንዝብል ብዝግባእ ተፀኒዑ ክርአን ክፀፍፍን እዩ። እቲ ርካብ ካብቲ ዝተገለፀ ንላዕሊ ከምዝኸውን
ብድሕሪ እዚ እቲ ነባር ትሕዝቶ ዘለዎ ነባራይ ኣብ ቤት እዮም ኣይተ መንበሩ ዘረድኡ። እዚ ፅፉፍ ኮይኑ
ኣይተ መንበሩ ንጉሰ ማዘጋጃ ርስተ መዝገብ ተኸፊትሉ፣ ጋዜጣ ወፂእሉ፣ ምስተወድአ ድማ ከምክፍለ ከተማ ዘሎ ክፍቲ
ኣብ መወዳእታ ተዓቂኑን “ሳይት” ተራእዩን ካርታ ቦታ ኣብ ባንኪ መሬት ንምምዝጋብ ይስራሕ ኣሎ
“ግልጋሎት ደልዩ ናብ ቤት ማዘጋጃ ንዝኸደ ኣይተ መንበሩ፣ ምስምፅፋፍ ነባር ትሕዝቶ ተተሓሒዙ ከምዝወሃቦ እዮም እቶም ኣመሓዳሪ ዝሓበሩ። ይብሉ።
ተገልጋሊ ‘ብእግርኻ ዶ ብኢድካ መፂእኻ?’ ምባል ጠንቂ ሰናይ ምምሕዳር ኮይኑ ዘሎ ሓደ ኣብነት ኣይተ መንበሩ፣ ምስ ኣወሃህባ ግልጋሎት
ዝተለመደ ኮይኑ ይርከብ። ብስሩ እውን ዝኾነ ብምልዓል ኣዋጊዖምና። እዋኑ 1996 ዓ.ም እዩ። እቲ ካልእ ፀገም ኣወሃህባ ተለዋጢ ቦታ ዝምልከት ተተሓሒዙ ካብ ነበርቲ ዝተልዓለ ምንፅርፃር
ጥርዓን ህዝቢ ዝሰምዕ ኣመራርሓ ፈፂሙ የለን። ኣብቲ እዋን ዓዲ ሹምድሑንን ሞሞናን ዝብሃላ ኮይኑ ካቢኔ ክፍለ ከተማ ሓወልቲ ክውስኖ እናተገበኦ ኣመልኪቶም እውን መብርሂ ሂቦምሉ ኣለዉ።
እቲ ሰራሕተኛ እውን ህዝቢ ንምግልጋል ዘኽእል ክልተ ጣብያ ካብ ወረዳ እንደርታ ናብ ክፍለ ከተማ ብውልቀ መሃንዲሳት ይሽክርከር ምንባሩ እዮም ቅድሚ ሐዚ ንሓንቲ ጉዳይ ልዕሊ ዓሰርተ ዓመት
ተበግሶ የብሉን ክበሃል ይከኣል። ሃፍቲ ህዝብን ሓወልቲ ኣትየን። ይኹን እምበር እተን ጣብያታት ኣይተ መንበሩ ዘረድኡ። ነዚ ኩነታት ብዝርዝር ዝተመላለሱ ነበርቲ ሐዚ እውን ኣብታ ሓንቲ ጉዳይ
መንግስትን ዝኾነ መሬት ክፍለ ከተማ ሓወልቲ ናብታ ክፍለ ከተማ ክኣትዋ እንተለዋ ቑፅሪ መራሒ እንትገልፅዎ፣ እቲ ጫፍ ዝበፅሐ ጥሕሰት ኣሰራርሓን ይመላለሱ ኣለዉ። ኣብ ርእሲ እዚ ኣብዚ ሐዚ
መምልኢ ጅቧን መኻዕበቲ ሃፍትን ውልቀ ሰባትን ስድራ፣ ስፍሓት ቦታን ካልኦትን ብንፁር ዘካተተ ስሩዕ ወገናውነትን ኣብ ሓንቲ ክፍለ ከተማ ዝነብሩ ነበርቲ እዋን እቲ ቤት ማዘጋጃ ሓላፊ ከምዘይብሉን እዚ
ደለልትን ኮይኑ ምህላዉ ብርክት ዝበሉ መርኣይታት ርኽክብ ኣይተገበረን። እዚ ድማ ካብ ገፀር ትኽክለኛ ዝተፈላለየ ስርዓት ኣወሃህባ ተለዋጢ ቦታ ምህላዉ ድማ ኣብ ኣወሃህባ ግልጋሎት ናይ ባዕሉ ኣሉታዊ
ምቕማጥ ይከኣል። ንኣብነት፣ ኣብታ ክፍለ ከተማ ነባር ትሕዝቶ ሒዙ ዝመፀ መን እዩ? መን ከ እዩ እዩ። ንኣብነት ካቢኔ እንተይወሰነ ውልቀ መሃንዲስ ፅልዋ ከምዘሕደረን የረድኡ። እዚ ከዓ ኣብ ከይዲ
ዝነብር ሓደ ደላሊ ዘይረሃፀሉ፣ ሰሪሑ ከጥርዮ እዩ ብዘይኣግባብ “ነባር ትሕዝቶ ኣለኒ” ኢሉ ዘይግብኦ ገንዘብ ንዝኸፈልዎ፣ ንዝቐርብዎን ዝፈልጦምን ዝሐሸ ስራሕ ምልማዕ መሬት ዘሎ መሓውር ንምቁፅፃር
ተባሂሉ ዘይሕሰብ 12 ገዛ ወኒኑ ምህላዉ ዝተማልአ መሬት ክረክብ ዝደሊ ዘሎ? ኢልካ ንምፍላይ ኣፀጋሚ ተለዋጢ ቦታ ይዕደሉ እዮም። ህዝቢ ብወገኑ፣ “ንሕና ክፍተት ፈጢሩ እዩ። ንኣብነት እቲ ሓደ ይተርፍ
ሓበሬታ ኢና። ካልኦት ደለልቲ እውን ከምኡ። ነባሪ ክኸውን ገይርዎ እዩ። ካብዚ ዝብገስ ንኣካብነት ክራይ ገንዘብ ስለዘይሃብና ንጉዳእ ኣለና” ዝብል ሓሳብ እቲ ካልእ ስልኪ ይዓፅው። እዚ ፀገም ካብቲ
ህዝቢ፣ ‘እገለ እዛ ገዛ ካበይ ኣምፂእዋ? ብከመይ በሪ ብምኽፋት ሕብረተሰብ “ፍታሕ ስኢንና” ኢሉ የልዕል እዩ። እዚ ኣብ ባይታ ዘሎ ሓቂ እዩ። ነቲ መተሓባበሪ ከይዲ ስራሕ ጀሚሩ ይርአ። ኣብ ቤት
ክሰርሓ ክኢሉ? ዓይንኹም እናርኣየ፣ እዝንኹም ኣብ ጥርዓን ንክውዕል ምኽንያት ኮይኑ እዩ። እቲ ኣዝዩ ከምዚ ዝበለ መሃንዲስ ተሓታቲ ዘይገብር ኣመራርሓ ፅሕፈት ኮይኑ ግልጋሎት ክህብ እናተገበኦ ኣብ
እናሰምዐ፣ ዘይሰርሐ ሰብ ክንድ’ዚ ሃፍቲ ከጥሪ ዝገርም ድማ ብምኽንያት እቲ ልዕል ኢሉ ዝተሓበረ ንባዕሉ ተሓታቲ ከምዝኾነ ተገምጊሙ እዩ። ስለዚ ደስ ዝበሎ ይኣትውን ይወፅእን። እዚ ብዝርዝር
ከሎ ካበይ ኣምፂእዎ? ኢልኩም እንተዘይኣፃሪኹሞ ምኽንያት፣ መሬት ክረኽቡ ዝግብኦም ሓረስቶት ክሳብ ተሓታትነት ዝተጀመረሉ ኩነታት እዩ ዘሎ። ንኣብነት ተራእዩን ተገምጊሙን እዩ። ብቐፃልነት ክርአን
ንህዝብን መንግስትን ወኪልኩም ኮፍ ምባልኩም ሐዚ ከይረኸቡ እናሃለዉ ውልቀ ሰባትን ደለልትን ሓሙሽተ መሃንዲሳት ካብዚ ክፍለ ከተማ እንትባረሩ፣ ክትትል ክግበረሉን ከምዘለዎ እውን ከምኣንፈት
ትርጉም የብሉን” ወዘተ ምባሉ ብተኸታታሊ ሃፍቲ ህዝብን መንግስትን ዝኾነ መሬት ከምድልየቶም ሓላፊት ቤት ፅሕፈት ቤት ማዘጋጃ ድማ ካብ ሓላፍነት ተቐሚጡ እዩ። ካብዚ ብምብጋስ ኣብ ኣወሃህባ
ኣብዚ ትሕዝቶና ክነቕርብ ቀኒና። እቲ ውክልና እንትሸጡን እንትልውጡን ብበዝሒ ይርአ እዩ። ክትለዓል ከምዝተገበረ እቶም ዋና ኣመሓዳሪ የረድኡ። ዘሎ ክፍተት ክርአ እንተሎ ህዝቢ ዘልዕሎ ዘሎ
ህዝቢ ዝሓዘ ቤት ምኽሪ ክፍለ ከተማ ሓወልቲ እቲ ምስ ሕጊ ተተሓሒዙ ብቐፃልነት ኣብ ምፅራይ ዝርከብ ሕቶ ትኽክል ከምዝኾነ እዮም ኣይተ መንበሩ
ነባሪ ህዝቢ ዘቕረቦ መረረትን ስምዕታን ትኽክል መበገሲ እቲ ፀገም ነባር ትሕዝቶ ንምፅፋፍ ስለዘፀገመ ጉዳይ ከምዘሎ እውን ሓቢሮምልና። ኣይተ መንበሩ፣ ዝገልፁ። ህዝቢ ግልጋሎት ንምርካብ ተራ ሒዙ
ምዃኑ ናብ ባይታ ወሪዱ ከምዘረጋገፆ ምቕራብና ዘይኮነስ “ነባር ትሕዝቶ ኣፅፊፈ ወዲአ እየ” ኢልካ ተለዋጢ ቦታ ክወሃብ እንተኾይኑ ብግልፂ ተነፂሩ ይውዕል፤ ግልጋሎት ከይረኸበ ድማ ተመሊሱ
እውን ይዝከር። ብተወሳኺ ምላሽ ኣመራርሓ ቤት እንተኣዊጅኻ ኣካብነት ክራይ ክትቕህም እያ። ኾይኑ ካቢኔ ዝውስኖ ምዃኑ ይገልፁ። ብድሕሪ እዚ ኣበይ ይኸይድ፤ ተስፋ ብዘይምቑራፅ ብፅባሒቱ ተራ
ማዘጋጃ እታ ክፍለ ከተማ ኣቕሪብና ነይርና። ንሎሚ ግና እዚኣ ክትደርቕ ዘይደሊ ኣካቢ ክራይ መሓውር፣ ቦታ ከምዝወሃብ፣ ዝለዓሉ ሰባት ክንደይ ከምዝኾኑ፣ ሒዙ ይውዕል። እዚ ጉዳይ ኣብ 2012 ዓ.ም ዝለዓለ
ድማ ምላሽ ዋና ኣመሓዳሪ ክፍለ ከተማ ሓወልቲ ኣመራርሓን መሃንዲስን ኣሎ። ነባር ትሕዝቶ እንተፀፊፉ ነዚኦም ዘድሊ በጀት ብዝርዝር ኣፅኒዑ ከምዝርአ ትኹረት ሂብካ ፍታሕ ንክግበረሉ እናተሰርሐሉ
ክነቕርብ። እቲ ኣመራርሓ እታ ዝለመዳ ጠልቆምቆም ስለዝስእን እውን ይሕብሩ። ከምዝርከብ ተወሳኺ መብርሂ ኣይተ መንበሩ
ምሉእ ብምሉእ ክፀፍፍ ኣይድለን። ብስሩ እውን የረድእ።
ከምቲ ኣብቶም ዝሓለፉ ተኸታተልቲ ክፋላት ከምመትከል ስርዓትና መሬት ከምድልየቱ ክሽየጥን እቶም ኣመሓዳሪ ኣስዒቦም፣ ክፍቲ ዝኾነ መሬት ከምቲ ብተኸታታሊ እናቐረቡ ኣብ ዝመፁ ክፋላት
ዝቐረበ ምሕደራ መሬት ክፍለ ከተማ ሓወልቲ ክልወጥን ከምዘይከኣል ይፍለጥ እዩ። እቲ ጫፍ መንግስቲ ናብ ባንኪ መሬት መንግስቲ ክኣትው ዝተገለፀ ምሕደራ መሬት ክፍለ ከተማ ሓወልቲ
ንብርክት ዝበሉ ዓመታት ቅጥዑ ጠፊእዎ ዝበፅሐ ክፍኣት ከዓ ኣመራርሓን ሰራሕተኛን መትከል ዝግብኦ እኳ እንተኾነ መሬት ክፍለ ከተማ ሓወልቲ ንብዙሓት ዓመታት ቅጥዑ ጠፊእዎ ንነበርቲ
ከምዝፀንሐን ሐዚ እውን ከምዘይፀረየን እቲ ስርዓት ጥሒሱ ዝኾነ ቦታ ብሃበ ተረኸበ ዝሓፅርሉ ግና በዚ መልክዕ ከምዘይተመሓደረ የገንዝቡ። እዚ ዘይኮነስ መኻዕበቲ ሃፍቲ ውልቀ ሰባትን ደለልትን
ምድምዳም ይከኣል። እቲ ፀገም ዋላ እኳ ሕዱር ኩነታት ምንባሩ እዩ። ነዚ ክከታተሉ ዝተመደቡ ዝፈጠሮ ድማ ንህንፀት ዘይሕጋዊ ኣባይቲ በሪ ከፊቱ ኮይኑ ፀኒሑ እዩ። መንግስቲ መሬት ዝመሓደረሉ
ሕማም እንተኾነ ግዘ ከይሃብካ ፍታሕ ክግበረሉ መሃንዲሳት እውን ሱቕ ኢሎም ይርእዩ። ምኽንያቱ እዩ። ብመሰረቱ ዘይሕጋዊ ህንፀት ኣባይቲ ዝከታተሉ ኣዋጅ ኣውፂኡ እንተብቅዕ መሬት እታ ክፍለ ከተማ
ከምዝግባእ ካብ ኣንደበት ነበርቲ ተገንዚብና ኢና። ድማ ንባዕሎም ዘይግብኦም ጥቕሚ ስለዝረኽቡ መሃንዲሳት ኣለዉ። ኮይኑ ግና ርእዮም ከምዘይርኣዩ ግን ኣዋጅ ንጎድኒ ብምግዳፍ ቀይዲ በተኽ ብዝኾነ
እዚ ኩሉ ዝምልከቶ ኣካል ክፈልጦን መፍትሒ ምዃኑ ግልፂ እዩ። እቲ ከምዚ ዝበለ ኣከያይዳ ከዓ ሱቕ ይብሉ። ነዚ ዘይሕጋዊ ህንፀት ኣባይቲ ደው ኣሰራርሓ ዝመሓደረሉ ኣሰራርሓ ሱር ሰዲዱ።
ከቐምጠሉን ግድን ስለዝኾነ ሕቶታትን ጥርዓናትን ተጠቃምነት ሕብረተሰብ ንጎድኒ ገዲፉ ውሑዳት ንምባል ኣብቲ ሕብረተሰብ ዝተፈጠረ ግንዛበ እውን ከምዚ ዝበለ መምርሒ ኣልቦ ኣሰራርሓ ብምህላዉ
ነበርቲ ሒዝና ተወሳኺ መብርሂ ንምርካብ ናብ ውልቀ ሰባትን ደለልትን መሬት ብዘይኣግባብ የለን። ካብዚ ዝብገስ እውን “እንተተጠቐመ እንታይ ድማ መሬት ዝግብኦ ነባራይ ዝስእነሉ፣ ብኣንፃሩ
ምምሕዳር ክፍለ ከተማ ሓወልቲ ኣምሪሕና። ኣይተ ክጥቀሙ ዝገብር እዩ። ኣብዚ ጉዳይ ቀንዲ ተሓተትቲ ፀገም ኣለዎ?” ዝብል ኣብቲ ሕብረተሰብ ከምእወንታዊ ዘይግብኦ ደራሪቡ ዝሕዘሉ ኩነታት ተፈጢሩ።
መንበሩ ንጉሰ ዋና ኣመሓዳሪ ክፍለ ከተማ ሓወልቲ በብደረጅኡ ዝነበሩ ኣመራርሓን ነዚ ዘፈፅሙ ዝነበሩ ልምዲ ተወሲዱ ፀኒሑ እዩ። ነበርቲ በዚ ጉዳይ ፍታሕ ስኢኖም ስርሖም ገዲፎም
እንትኾኑ ምሕደራ መሬት እታ ክፍለ ከተማ መሃንዲሳትን ከምዝኾኑ ኣይተ መንበሩ የብርሁ። ንልዕሊ ዓሰርተ ዓመት ክንገላትዑ ተገዲዶም።
ዝተፈላለዩ ፀገማት ዝነበርዎን ሐዚ እውን መሊኦም ንምዃኑ ነቲ ፀገም ንምፍታሕ ምምሕዳር ክፍለ ብርግፅ ኣብቲ ሕብረተሰብ ግንዛበ ክንእስ ይኽእል እዩ። ህዝቢ ንክግልገለሉ ዝተጣየሸ ቤት ማዘጋጃ ሓያል
ከምዘይተቐረፉን የረድኡ። ካብቶም ቀንዲ ጠንቂ ከተማ ሓወልቲ እንታይ መፍትሒ ኣቐሚጡ? ይኹን እምበር “ጠቍምና መፍትሒ ስለዘይመፅእ ምስ ከልቢ ከምዝተኣሰረሉ ብማዕዶ ይፈርሖ። እቲ
ሰናይ ምምሕዳር እናኾነ ዝመፀ ድማ ምፅፋፍ እንታይ ዝተወሰደ ስጉምቲኸ ኣሎ? ንዝብል ሕቶ፣ ኣሕዋትናን ጎረቤትናን ንበኣስ ኣለና፤ ጠቍምና ለውጢ ዝተሓላለኸን ሕዱር ሕማምን ምሕደራ መሬትን
ነባር ትሕዝቶ እዩ። ነባር ትሕዝቶ ፀፊፉ ክውዳእ ኣይተ መንበሩ እንትምልሱ፣ ፈለማ እቲ ንዓመታት ስለዘየለ ምጥቋምና ትርጉም የብሉን” እንትብል ይስማዕ ኣወሃህባ ግልጋሎት ማዘጋጃን ክፍለ ከተማ ሓወልቲ
እናተገበኦ ብዘይምፅፋፉ ቀንዲ ምኽንያት ስእነት ተኣጂሉ ዝፀንሐ ፀገም ንምፍታሕ ነባር ትሕዝቶ እዩ። ስለዚ ንምንታይ እዩ ከምኡ ዝኸውን ዘሎ? ሐዚ እውን ዝተፈትሐ ኣይኮነን። ግዘ ከይሃብካ
ሰናይ ምምሕዳር ኮይኑ ይርከብ። እቲ ከምዚ ዝበለ ዘለዎም ነበርቲ ክንደይ እዮም? ዝብል በብከባቢኡ ንዝብል ኣይተ መንበሩ እንትምልሱ፣ እዚ ትኽክልን ንምፍታሕ ይስራሕ ከምዘሎ ድማ በብብርኩ
ፀገም ድማ ፍትሓዊ ተጠቃምነት ንከይህልው፣ ንምፅናዕ ግንቦት 2011 ዓ.ም ከምዝተጀመረ ይሕብሩ። ኣብ ባይታ ዘሎን ምዃኑ የረጋግፁ። ይኹን እምበር ዘለዉ ዘዘራረብናዮም ኣካላት ኣመራርሓ ነጊሮምና።
ግቡእ ግልጋሎት ንከይወሃብ፣ ሓይልን ወገንን ዘለዎ እዚ ከዓ ነባር ትሕዝቶ እናሃለዎም ብትኽክል እቲ ዝበዝሕ ሕብረተሰብ “መሬት ክውረር የብሉን” ኣብዚ ጉዳይ ቤት ማዘጋጃ ከተማ መቐለ ከ እንታይ
ሰብ ዘይግብኦ መሬት ደሪቡ ንክወስድ ንዝተፈላለዩ ዘይተመሓደሩ ብምፍላጥ ክመሓደሩ፣ ነቲ ዘይግበኦ ምባል ከምዝጀመረ ይዛረቡ። እዚ ኮይኑ ሕብረተሰብ ይብል? ኣብ ቐፃሊ ሒዝና ክንቐርብ ኢና።
ምጭብርባራት በሪ ከምዝኸፈተ ይገልፁ። እውን “ኣይግበአካን” ኢልካ ስርዓት ንምትሓዝ ምስ ንሕመቓት ጠቍሙ ዝሰምዖ እንትስእን ተስፋ ይቖርፅ
ፍኖተ ስልጣነ!
ብዛዕባ ቀፃልን ስልጡን ልምዓት ሓንቲ ሃገር ምስግጋርን ዕድሉ ትሑት ክኸውን ከምዝገበሮ ሰብ
ክነውግዕ እንተደኣኾይንና ከይዲ ዕብየት ሞያ ይዛረቡ።
ቴክኖሎጂ እታ ዓዲ ምፍታሽና ዘይተርፍ ረቋሒ
እዩ። ምኽንያቱ ልምዓት ቁጠባ ብዘይካ ልምዓት እዚ ንፅሬት ቴክኖሎጂ ቁልፊ ዝኾነ ፀገም
ቴክኖሎጂ ምርግጋፅ ስለዘይከኣል። ብፍላይ ንምፍታሕ ድማ ካብ 16 ኮሌጃት ትግራይ
ዘለናሉ እዋን ዘመነ ዓውለማ (globalization) ንዝመፅኡ 16 ኣሰልጠንቲ ብብየዳ ስልጠና ብምሃብ
ስለዝኾነ ስሉጥን ቀፃልን ልምዓት ንምርግጋፅ ኣብ መወዳእታ ወርሒ መስከረም ናይ ኣፍልጦ
ቴክኖሎጂ ናይ ምጥቃም ጉዳይ ወሳኒ እዩ። እዚ ወረቐት ክወሃቦም ተገይሩ ኣሎ። እቶም ን24
ስለዝኾነ እውን እዩ ከም ሃገር ኮነ ክልል ስሉጥ መዓልቲ ፃንሒት ዝነበሮም ሰልጠንቲ ቀዳማይ ዙር
ዕብየት ቁጠባን ማሕበራውን ከምፅኡ ዘኽኣሉ ብደረጃ ክልተ እዮም ሰልጢኖም። እዚ ድማ ነቲ
ካልኦት ሃገራት መፅናዕትን ምርምርን ብምክያድ ዝነበረ ፀገም ክእለት ንምፍታሕ ክሕግዞም ትፅቢት
ዝሰርሕዎም ቴክኖሎጅታት ብዝተፈላለየ መንገዲ ከም ዝግበር ዳሬክተር ዳሬክቶሬት ምርምርን
ብምቕዳሕን ብምጥቃምን ምህርቲ ወፃኢ ኽትክእ ስግግርን ቴክኖሎጂ ኣይተ ኣለም ኣረጋዊ ይገልፁ።
ብዝኽእል መንገዲ ዝስርሐሉ ዘሎ። እንተኾነ ግን
ኣብ ክልልና ነዚ ዘተግብር ብቑዕ ሞያ ዝወነነ ሓይሊ ፀገም ብየዳ ንምፍታሕ ኣብ ዝተፈላለየ እዋን
ሰብ ብዘይምህላዉ ቴክኖሎጂ ኣብ ምቕዳሕ ናይ ስልጠና እናተውሃበ ዝመፀ እኳ እንተኾነ ዝተማልአ
ባዕሉ ዝኾነ ፀገም ፅሬት እናፈጠረ መፂኡ እዩ። በዚ ናውቲ ወይ ማሽን ስለዘይነበረ ትርጉም ዘምፀአ
እውን ተጠቃሚ ሕብረተሰብ ካብ ፍርያት ውሽጢ ኣይነበረን። ሎሚ ግን ኣብቲ ማሽናት ዝተዓጠቐ
ዓዲ ንላዕሊ ንቴክኖሎጂ ዓዲ ወፃኢ ዘመዓድወሉን ናይ ኣሰልጠንቲ ስልጠና ብየዳ ፖሊ ቴክኒክ ትግራይ ኮሌጅ ስልጠና ብምክያድ ውፅኢታዊ ስልጠና
ብኽባር ዋጋ ዓዲጉ ዝጥቀመሉን ኩነታት ኣሎ። ከም ዝነበረ ኣይተ ኣለም ይሕብሩ። ተሳተፍቲ
ኣብ ከተማ መቐለ ከባቢ መዕርፎ መኻይን (መነሃርያ) ኣብ ኮሌጃት ቴክኒክን ሞያን ክልልና ሰልጢኖም ኣብ እቲ ስልጠና ብወገኖም ብቑዕ ሞያ ብዝወነኑ
ቴክኖሎጂ በቲ ዝድለ ደረጃ ፅሬት ምኢቲ ምኢታዊ ዝርከብ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ትግራይ ብዓለምለኸ ዝተፈላለዩ ስራሕቲ ደአንት ብምውፋር ቴክኖሎጂ ኣሰልጠንቲ፤ ምሉእ ማሽነሪ፣ ድሕንነት (safety)
ንምቕዳሕ ፈለማ ሰልጠንቲ ብቑዕ ሞያ ክውንኑ ኤጀንሲ ምትሕብባር ኮርያ (ኮይካ) ብልዕሊ 110 ብፅሬት ዝቐድሑ ከምኡ እውን ናብ ተጠቀምቲ ዝሕልው መሳርሕታት (ዓይንን እዝንን ካብ ሓደጋ
ይግባእ። እዚ ንምግባር ድማ ፈለማ ኣሰልጠንቲ ሚልዮን ብር ዝተሃነፀ ኮይኑ ኣብ 2011 ዓ/ም እዩ ስራሕ ዘሰጋግሩ ወገናት ብዙሓት ዝበሃሉ ኣይኮኑን። እዚ ጨረር ዝከላኸል፣ ትኪ ንደገ መውፅኢ ዘለዎ
ክበቕዑ ኣለዎም። ስለዝኾነ እውን እዩ ቢሮ ጀሚሩ። እቲ ኮሌጅ ዓለምለኻዊ ደረጅኡ ዝሓለወን ድማ ኣብ ክእለት ዘሎ ክፍተት ኮይኑ እቲ ኣብ ወፃኢ መሳርሒ) ኣብ ዝተማለአሉ መሰልጠኒ ማእኸል
ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ትግራይ ምሉእ ማሽነሪ ዝተዓጠቐን ስለዝኾነ ድማ ብቑዕን ዝተሰርሐ ቴክኖሎጂ ቅርፁ፣ ፅሬቱ፣ ምብያድ፣ ክስልጥኑ ብምኽኣሎም ምችውነቱ ብዝሓለወ
ኣብ ዓለምለኻዊ ደረጅኡ ዝሓለወ ብመሓዛ ፅሬት ዘለዎን ስልጠና ንምሃብ ምችው እዩ። ብፍላይ ምግጥጣሙ ምኢቲ ምኢታዊ ኣብ ምቕዳሕ ፀገም መልክዑ ዓቕሞም ከዕብዩ ከም ዝሓገዞም ይዛረቡ።
ልምዓት ዝኾነት ሃገረ ኮርያ ዝተሃነፀ ኮሌጅ ፖሊ ቴክኖሎጂ ብፅሬት ንከይቕዳሕ ማሕለኻ ዝኾነ ሞያ ዘለዎ እዩ። ብፍላይ ኣብ ምብያድ ዝፍጠር ፀገም ካብ ኮሌጅ ወልቃይት ዝመፀ ኣሰልጣኒ ሙሉየ
ቴክኒክ ትግራይ ናይ ኣሰልጠንቲ ሰልጠና ክወሃብ “ብየዳ” ፍቱን መፍትሒ ኮይኑ ኣሎ። ፅሬት ቴክኖሎጂ ረብሓ ናይ ምሃብ ተኽእልኡ ትሑት
እናገበረን ይርከብ። ክኸውን ኣብ ርእሲ ምግባሩ ንዓይኒ እውን ዝስሕብ
ስለዘይኸውን ዕዳጋ ናይ ምርካብን ናብ ተጠቀምቲ ናይ ናብ ገፅ 10 ይዘውር
ተጋድሎ ተምሳሌት
ሻድሻይ ክፋል
ንተሓኤ እናጥቅዓ ባርካ ኣተዋ። ሕቶ ኣብ ውድብና፣ ኣብ ተጋዳላይናን መላእ ተቓላሳይ ትግራይ ዝፈጥሮ ዝነበረ ፀቕጢ ንምንካይን ኣቓልቦ
እቶም ውግኣት ድማ መንነት ነጋሲ ወልዳይ ጎሊሁ ህዝብናን ፍትሓዊ ተገይሩ ስለዝተወሰደ ብፅንዓት እዩ ደርግ ንምዝባዕን ሰራዊት ህወሓት ኣብ ከባብታት
ብሃሴት ፍስሃ ናብ ተግባር ተሰጋጊሩ። ክሳብ መወዳእታ ዘሊቑ ድማ ደቡብ ወሎ ተኸታተልቲ ወፍርታት የካይድ
ክወፅእ ዝገበሩ እዮም ነይሮም። ኣብቲ እዋን ለይለይ
መንእሰይ ዝነበረ ነጋሲ ወልዳይ መራሒ መስርዕ ኮይኑ ሕዚ እውን ዘይንቕነቕ እምነት ኢህወዴግን ህዝብታት ነይሩ። ካብቶም ውግኣት ሓደ ድማ ኣብ 1974
… እዋኑ መጀመርታ 1973 ዓ/ም ነይሩ። ሓየሎም እዩ ተሳቲፉ። ኣብቶም ውግኣት ብዘርኣዮ ብቕዓት ኢትዮጵያን ኮይኑ ኣሎ። ዓ/ም ዝተኻየደ ውግእ ሰቖጣ እዩ። ኣብ ውግእ
ኣርኣያ፣ ብሩኽ በርሀ መንጁር (ተካ ፍትዊ)፣ መድሕን ድማ ቅድሚት ካብ ዝስርዑ ርኡያት ተጋደልቲ ሓደ “ንህግሓኤ ከም ሓደ ውድብ ወሲድካ እንትትምዝኖ ሰቖጣ ካብ ዝተሳተፉ ተጋደልቲ ህወሓት ሓደ ነጋሲ
ኪሮስ፣ መስፍን ኣማረን፣ ኣበበ ተክለሃይማኖት ኮነ። ሕቶ ዴሞክራሲ ዘልዓለ ሓይሊ እምበር ንባዕሉ ወልዳይ ነይሩ። ኣብቲ ውግእ ኣብ እግሩ መውጋእቲ
(ጆቤ)፣ ስመረት መለስን ካልኦትን ዝመርሕወን ነጋሲ ወልዳይ ህወሓትን ህዝቢ ትግራይን ንዓወት ዴሞክራሲያዊን ፍትሓዊን ዝበሃል ኣይኮነን። ገጢምዎ ሓያል ስቓይ ዝበፅሖ እንትኸውን፣ ንነዊሕ
ቦጦሎኒታተ ህወሓት ኣብ ከባቢ ነበለት ኮይነን ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ዘካየድዎ መትከላዊ ቃልስን ሕቶታት ህዝቢ ኣብ ምምላስ፣ ኣብ ኣተኣላልያ፣ ኣብ ጊዜ ኣብ ሕክምና ክፀንሕ ተገዲዱ፣ ምስሓወየ ድማ
ነዊሕ ወፍሪ ንምክያድ ዘኽእለን ምድላው ምስገበራ ተፃብኦታት ውድባት ኤርትራን ፈላልዩ እዩ ዝርእዮ። ናይ ቃልሲ ምውስዋስ ሽግራት ነይሮምዎ። ርክባትና ናብ ኣጋድኡ ተመሊሱ ተዋጋኣይ ክኸውን በቒዑ።
ብመሪሕነት ኣርከበ ዑቕባይ ናብ ነዊሕ ወፍሪ ወራር ሻዕቢያ ምስ ተጀመረ ኣብ ወርሒ ግንቦት 1990 ኣብ ፈተንቲ መድረኻት ንምዝራግ ዝፈተነሉ ወቕቲ ድሕሪ እዚ ናብ ኤርትራ ዝኸደ ተጋዳላይ ህወሓት
ተበገሳ። ሓየሎም፣መንጁርን መድሕንን ዝሓዝወን ዓ/ም ምስ ጋዜጣ ወይን ኣብ ዘካየዶ ቃለ ምልልስ ዝሃቦ ነይሩ። እቲ ኩነታት ከምዚ ኮይኑ እውን ኣብ ጎድኒ ወፍሪ ቀይሕ ኮኾብ ክሳብ ዝፍሽል ምስ ተጋደልቲ
ሰለስተ ቦጦሎኒታት ብሞንጎ ማይ መገልታን ሓሳብ እውን ነዚ እዩ ዘመልክት። ህዝቢ ኤርትራን ሓይልታት ሻዕቢያን ተሰሊፍና ህግሓኤ ኮይኑ ነቲ ወራር መኪቱ ኣብ ዓመቱ ናብ
ዕዳጋ ሓሙስን ገይረን ናብ ኣንፈት ባዳ ኣምርሓ። ኣነ ከም ተጋዳላይ ህወሓት ናብ ቃልሲ ካብ ዝሰለፍ ዝተዋጋእናሎም ግንባራት ብዙሓት እዮም። ኣነ ትግራይ ተመለሰ። ተጋዳላይ ህወሓት ምስተመለሰ
ኣብ ሞንጎ ዕዳጋ ሓሙስን ሰቡሓ ሳዕሲዕን ዝነበረ ጀሚረ ርክብን ዝምድናን ቃልስታት ህዝቢ ትግራይን ብውልቀይ ዝፈልጦምን ከም ኣብነት ዘልዕሎምን እኳ ደርግ ንካልእ ወራር ተዳለወ። ድምፁ ኣጥፊኡ
ሰራዊት ደርግ እግረ መንገደን ጨፍሊቐን ኣብ ኤርትራን ብዝምልከት ብንፁር ዝርድኦም ነገራት እንተሃለወ እኹል መግለፂ ናይቶም ኣሸሓት ምሩፃት ዘካየዶ ወራር ስለዝነበረ ድማ “ሰላሕታ ወራር”
መበል ሳልሳይ መዓልቲ ባዳ ኣትየን ኣብቲ ቦታ ምስ ነይሮም። ካልእ ተጋዳላይ እውን ዝፈልጦን ዝረድኦን ደቂ ገድልና ዝኸፍልናሎም ቃልስታት እዮም ዝብል ዝብል ስም ተውሃቦ። ሻዕብያ ጠፋእና ሓግዙና
ዝፀንሐ ምስ ሰራዊት ተሓኤ ውግእ ኣካየዳ። ሰራዊት ማለት እዩ። ኣብ ኤርትራ ነናይ ባዕሎም ኣካይዳ ሒዞም እምነት ግና የብለይን። ምስበሉ ስመረትን መድሕንን ዝመርሕዎ ክልተ
ተሓኤ ድማ ሲሞቲ ናብ ዝበሃል ቦታ ሃደመ። ንናፃነት ኤርትራ ዝቃለሱ ክልተ ውድባት ከምዝነበሩ ወርሒ ሰነ 1973 ዓ/ም ዝተካየደ ውድባዊ ኮንፈረንስ ብርጌድ ሰራዊት ሀወሓት ኮይዱ ኣብ ምፍሻል
ሲሞቲ ነባር መዋፈሪ ተሓኤ እዩ። ኣሃዱታት ህወሓት እየ ዝፈልጥ። ሻዕቢያን ተሓኤን ኣብ መሬት ኤርትራ ህወሓት ርሱን መንፈስ ኣብ ኩሉ ንጥፈታትና” ብዝብል ሰላሕታ ወራር መተካእታ ዘይብሉ ተራ ተፃዊቱ
እግሪ እግሩ እናሰዓባ ሲሞቲ ኣተዋ። ተሓኤ ኣብ ክንቀሳቐሱ ፀኒሖም። ሕቶ ናፅነት ድማ ብመሰረቱ ጭርሖ ተፀምቢሉ እዩ ተሳሊጡ። ኣብቲ እዋን ህወሓት ተመለሰ።
ሲሞቲ ኣትኪሉ ክዋጋእ እኳእንተፈተነ መጥቃዕቲ ፍትሓዊ ስለዝኾነ ተጋዳላይናን ተቓላሳይ ህዝብናን፣ ወራራት ደርግ ንምፍሻል ኣብ ዘካየዶ ተጋድሎን እዚ ወራር እዚ ምስ ፈሸለ ደርግ ንህወሓት
ተጋደልቲ ህወሓት ግና ክፃወሮ ኣይከኣለን። ዝበዝሕ ህወሓት እውን ከም ሓደ ንፍትሕን ዴሞክራስን ዝቃለስ ህልውናኡ ንምዕቃብ ምስ ኢድሕ፣ ኢህኣፓን ተሓኤን ፈልዩ ክወቅዕ ገዚፍ ወራር ኣዳለወ። እቲ ወራር
ሓይሉ ምስተደምሰሰ ቦርደሌ፣ ገላዕሎ፣ ኢረፋይለ ውድብ ንቃልሲ ናፅነት ህዝቢ ኤርትራ ክድግፍን ኣብ ዘካየዶም ተኸታተልቲ ውግኣትን ብርክት ዝበሉ ሻውዓይ ወራር እናተብሃለ ዝፅዋዕ እንትኾን ደርግ
ተባሂሉ ናብ ዝፅዋዕ ኣብ ገማግም ቀይሕ ባሕሪ ናብ ክስለፈሉን ከምዝግባእ ካብ መሰረቱ ኣሚንሉ ኣሚትሉ ኣፅዋራት ሃጂሙ ብዕጥቂ ተጠናኺሩ ነይሩ። ዝለዓለ ካብ ኤርትራ ዝተሰሓቡ መበል 17፣ 24ን 3ይን
ዝርከብ መዋፈሪታቱ ሃደመ። ተጋዳላይ ህወሓት እውን። ብቕዓት ዘለዎም ፖለቲካዊን ወተሃደራዊን መራሕቲ ክፍላተ ሰራዊት፣ ኣብ ጎንደር ካብ ዝነበረ 7ይ
ስዒቡ ገጠሞ። ኣብኡ እውን ኣይከኣለን። ዝሞተ “ህዝቢ ኤርትራ ንናፅነት ዘካይዶ ቃልሲ ክጎብጥ ኲናት እውን ኣፍሪዩ ነይሩ። እዚታት ተደማሚሩ ክፍለ ሰራዊት ክልተ በራጊድን ኣብ ትግራይ ካብ
ሞይቱ። ዝበዝሕ ተማረኸ። ኣጋጣሚ ዝረኸበ ድማ ዝመፅእ ዝኾነ ይኹን ፀላኢ ኣብ ምምካት ኣበርቲዕና ህወሓት ናብ ዝሓሸ ብርኪ ምስግጋሩን ካብ ደባይ ዝነበረ መበል 16 ክፍለ ሰራዊት ክልተ በራጊድ
ብጀልባ ናብ ስዑዲ ሃደመ። ኣብ ደንከል ዝነበረ እንቃለሰሉ መስርሕ ከምዝኾነ ኣብ ሕድሕድ ውግእ ናብ ተንቀሳቓሲ ሜላ ውግእ ክኣቱ ከምዝግበኦን ሓደ መካናይዝድ ሻለቃን ብሓፈሻ 15 በራጊድ
ሓይሊ ተሓኤ በዚ መልክዕ እዚ መስተወገነ ተሓኤ ተጋዳላይናን ህዝብናን ተኣሚንሉ። ስለዝኾነ ድማ ዘመላኸተ ነይሩ። ኣወዳድባ ሰራዊት ካብ ቦጦሎኒ ናብ ኣሰሊፉ ኣብ 1975 ዓ/ም ዘካየዶ ገዚፍ ወራር እዩ።
ኣብ ካልኦት ቦታታት ዝፀንሓ ኣሃዱታቱ ጠራኒፉ ከም ተጋዳላይ ሀወሓትን ከም ተቃላሳይ ህዝብን ኣብቲ ብርጌድ ክብ ዝበለ እውን ሽዑ እዩ። ብመሰረት እዚ ደርግ ነቲ ወራር እንተዳሉ ንህወሓት ከቢብካ
ኣብ እምባሶይራ ዓረደ። ሕቶ ዝኾነ ጥርጥር ኣየሕደርናን። ኣብ ጎድኒ ቃልሲ ሓየሎም ኣርእያን ብሩኽ በርሀን ዝመርሕዋ ብርጌድ ምድምሳስ ዝብል ዕላማ ዘቐመጠ እንትኾን፣ ነቲ
ድሕሪ እዚ ቦጦሎኒታት ህወሓት ናይ ኣወዳድባ ህዝቢ ኤርትራ ተሰሊፍና ዝድለ ኩሉ ንምኽፋል 542፣ ሳሞራ ዮኑስን ኣበበ ተክለሃየማኖትን ዝመርሕዋ ወራር ኣብ ግንባራት ወልቃይት፣ ሸላሎን ዓዲ
ምትዕርራይን ገይረን ንሓዱሽ ወፍሪ ተዳለዋ። ድሉዋት ኮይንና ቀፂልና። እቲ ቃልሲ ምእንቲ ሓባራዊ ብርጌድ 691፣ መድሕን ኪሮስን መስፍን ኣማረን ዳዕሮን ብሰለስተ ኣንፈት እዩ ጀሚርዎ። ህወሓት
ብመሰረት እዚ ድማ ሓየሎም፣ ብሩ፣ ማንዱርን ፀላኢ ምውዳቕ ጥራሕ ተገይሩ ስለዝተወሰደ ዘይኮነስ፣ ዝመርሕዋ ብርጌድ 781፣ ስምረት መለስን መስፍንን ብወገኑ ነቲ ወራር ንምፍሻል ዝሓንፀፆ ስልቲ፣
ካልኦትን ዝመርሕወን ቦጦሎኒታት ምስ ናይ ሻዕቢያ ንሕና ከም ፍትሓዊ ውድብ ንናፅነት ዝካየድ ቃልሲ ዝመርሕዋ ብርጌድ 365፣ ብሓፈሻ ኣርባዕተ ብርጌድ መጀመርታ ዱፋዕ ሒዝካ ሓይሊ ፀላኢ ክዳኸም
ሓይልታት ኮይነን ብሰሜን እምባሶይራ ብሩባ ሓዳስ ክንቅበሎን ክንድግፎን ስለዝነበረና እዩ። ተፈጥራ። ምግባር፣ ቀፂልካ ኣብ ዝጥዕም ቦታ እናቆራረፅካ
ኣቢለን ናብ ሰሜናዊ ምዕራብ እምባሶይራ ክድይባ፣ “ካብ ሻዕቢያ ወፃኢ ኣብ ኤርትራ ዝነበረ ጅብሃ ሕቶ እዘን በራጊድ ነፍሲ ወከፈን ሰሰለስተ ቦጦሎኒ ዝሓዛ መድምሳስ ዝብል ነይሩ። ብመሰረት እዚ እውን
መድሕንን ጆቤን ዝሓዝዋ ቦጦሎኒ ብምብራቕ ናፅነት ኣልዒሉ በረኻ ዝሰፈረ እኳ እንተነበረ ነቲ እንትኾና በዓል መንጁር (ተካ ፍትዊ)፣ በርሀ ሻዕቢያ ኣብ ከባቢ ዓዲጎዞሞ መከላኸሊ ዱፋዕ ብምስራሕ
እምባሶይራ ክትድይብ፣ ስምረት፣ ሃይለማርያም፣ ሕቶ ብቄናን መንገዲ የሰጉም ስለዝነበረ ዓንቃፋይነቱ (በርሀ ወልደጊዮርጊስ)፣ ጃብር፣ ወዲ ወረደ (ታደሰ ካብ ዓዲ ዳዕሮ ተበጊሱ ንዝወፈረ ሰራዊት ደርግ
መስፍንን ጃብርን ዝሓዝወን ቦጦሎኒታት ድማ ይዕብልል ነይሩ። ካብዚ ሓሊፉ ካብ ናይቲ ውድብ ወረደ)፣ ባጋ (ኢያሱ)፣ ጆን (ዮውሃንስ ገብረመስቀል)፣ ንምምካት ዓሰርተ መዓልታት ተኸታታሊ ናይ
ብወገን ምዕራብ እምባሶይራ ደይበን ክወቕዓን ባህርይ እናተበገሰ ናብ መሬት ትግራይ እውን ወዲ መድህን (ብርሃነ ነጋሽ)፣ በየነ ወ/ኣብዝጊ፣ ምክልኻል ውግእ ኣካየደ። እቲ ብወገን ዓዲ ዳዕሮ
ዝሃድሙ ክድምስሳን ተመደባ። ብምስጋር ኣብ ህዝብና ግፍዕታት የውርድ ስለዝነበረ ዮውሃንስ ድንኩል ዓሊሹም (መኮነን ንርአ)፣ ቢኒያም ዝወፈረ ሰራዊት ደርግ ከምዚ ዝዓይነቱ ጠንካራ
ተጋዳላይ ህወሓት ናብዚ ወፍሪ ምንቅስቓስ እቲ መግለፂ ግፍዕታት እውን እናዓበየ ብምኻዱ ኣብ ገብረመድህን፣ በርሀ ሶበያ ዝመርሕወን 12 ቦጦሎኒታት ምክልኻል ክገጥመኒ እዩ ኢሉ ስለዘይገመተ ኣብ
ካብ ዝጀመረሉ እዋን ኣትሒዙ እኹል ምግቢ ጎድኒ ሻዕቢያ ተሰሊፍና ነቲ ዕንቅፋት ቃልሲ ዝኾነ ዝሓዛ ነይረን። ዓቢዪ ምድንጋፅ ኣተወ። እቲ ብወገን ሸላሎ ካብ
ኣይረኸበን። ብፍላይ እቲ ኣብ ወፍሪ ደንከል ውድብ ክንምክቶ ነይሩና። ኣብ ቀውዒ 1974 ዓ/ም ድማ እተን ኣርባዕተ ዝነበራ ኤርትራ ዝተዋፈረ ሰራዊት ደርግ ሻዕቢያ ክከላኸሎ
ዝፀንሐ ተጋዳላይ ሓንቲ ቅጫ ንጋንታ እናተማቐለ፣ “ጅብሃ ንህላወ ሻዕቢያ ኣብ መዋጥር ኣእትይዎ በራጊድ ናብ ሽዱሽተ ደየባ። ብመሰረት እዚ እውን እዩ ዝብል ትፅቢት እኳ እንተነበረ፣ ብድሕሪት
ሕፍኒ ቆሎ ሰገም እናቖርጠመ፣ ነዚ መመላእታ ድማ እንተሎ፣ ኣብ መፈለምታ ሰብዓታት ካብ ባዳ ጀሚርና ታደሰ ወረደ ዝሓዛ ብርጌድ 43፣ መንጁርን ብሩኽን ናብቲ ብህወሓት ተታሒዙ ዝነበረ ዱፋዕ ክምርሕ
ዓካት እናማፀወ። ዓካት እንትስኣን ድማ ካብቲ ሱሚቲ፣ ኣሳዓይላ፣ ወረፍሌኤ፣ አንሪቲ ዘሊቕና ክሳብ ዝመርሕዋ ብርጌድ 60፣ ባጋ ዝሓዛ ብርጌድ 92፣ ዝኽእለሉ ኩነታት ስለዝተፈጠረ እቲ ብህወሓት
ናብቲ ናብ ወፍሪ እንትብገስ ኣብ ክፋፍ ዝቛፀሮ እምባሶይራ ኣብ ዝተኻይዱ ውግኣት ኣብ ጎድኒ መድሕን ዝመርሓ ብርጌድ 51፣ መስፍን ኣማረን ተታሒዙ ዝነበረ ድፋዕ ክልቀቕ ገድን ኮነ። ነቲ
መዓር እናለሓሰን ሽኮር እናቋሓመን እዩ መፂኡ። ሰራዊት ሻዕቢያ ተሰሊፍና ነቲ ወሳናይ ተራ ብብቕዓት ቢንያምን ዝመርሕዋ ብርጌድ 68፣ ስምረትን ገይፁ ብወገን ሸላሎ ዝወፍር ሓይሊ ክከላኸሎ ዝግባእን
ጥምየትን ፃምእ ማይን ተፃዊሩ ዘርኣዮ ፅንዓትን ግና ተዋፂእና ኢና። ብፍላይ እምባሶይራ ሒዝካ ከባብታት ሞላን ዝመርሕዋ ብርጌድ 73 ተፈጠራ። ሽዱሽቲአን ትፅቢት ዝግበረሉን ግና ሻዕቢያ እዩ ነይሩ። ኮይኑ
መግለፂ ኣይርከቦን። ሰንዓፈን ስመጃናን ቀንዲ ዕርድታት ሓይሊ ጅብሃ በራጊድ ከዓ ነብሰ ወከፈን ሰሰለስተ ቦጦሎኒ ዝሓዛ ግና ከምኡ ክኸውን ኣይከኣለን። ብምዃኑ አውን
ኣብ እምባሶይራ ተኣኻኺቡ ዝፀንሐ ሰራዊት ተሓኤ ስለዝነበሩ ንሸውዓተ መዓልትታት ቀትሪ ምስ ለይቲ ነይረን። በቲ እዋን በዓል ዮውሃንስ ገብረመስቀል ጆን፣ እቲ ቀንዲ መጥቅዒ ሓይሊ ተባሂሉ ብወገን ዓዲ
ፈለማ ኣትኪሉ ክዋጋእ ፈቲኑ ነይሩ። እንተኾነ ግና ኣዐርዩ ዝኸበደ ውግእ ዘካየድናሉ እዋን ነይሩ። እቲ ሰዓረ መኮነን፣ ፀጋይ ዓንዲ ሕቖ፣ ይሳቅ ኣበራ፣ በርሀ ዳዕሮ ዝተመደበ ሓይሊ ደርግ ክንቀሳቐስ ዕድል
ኣይከኣለን። መዋፈሪኡ ኣረኪቡ ቅናፍና ናብ ዝበሃል ውግእ ሕዚ እንትዝክሮ ፈታናይነቱ እዩ ዝረኣየኒ። ሻዕቢያ፣ ሻምበል ኪዳነማርያም፣ ኣብርሃ መጅሙዕ፣ ስለዝረኸበ ትሕዝቶኡ እናሰፈሐ ኣብ ተከዘ ናብ
ቦታ ምስ ሃደመ ኣብ ባርካ ዝፀንሐ ሓደ ብርጌድ ዝብላዕን ዝስተን ዘይነበረሉ፣ የማነ ፀጋም ብዓበይቲ ጎሸኔ፣ ኩሕለን፣ ዓሊሹም፣ ድራር ሃብትሽመር፣ ወዲ ዝነበረ መዋፈሪ ህወሓት ክኣቱ ክኣለ።
ዕቑር ሓይሊ ወሲኹ በረኽቲ ቦታታት ቅናፍና ሒዙ ፀድፍታተ ተማእኺሉ ኣብ ዝተወሓጠ ጎቦታት መድህን፣ በርሀ ሶበያ፣ ሃይለየሱስ ዳምቡሽ፣ ዮውሃነስ ኣብዚ ኩነታት እዚ በወገን ሰራዊት ህወሓት
ክዋጋእ ፈተነ። ይኹን እምበር ቦጦሎኒታት ህወሓት ተጋዳላይና ዝቋፀሮ ቆሎ ሰገም ተማቒሉ ብዘይማይ እዩ ድንኩል፣ ሙሉ ማንጁስ፣ በየነ ወ/ኣብዝሂን ካልኦትን ክውሰድ ዝኽእል ዝነበረ ስጉምቲ ንበይኑ ዝተነፀለ
ከሸዓት፣ ቅናፍና፣ ኳዓቲት፣ ሓላይ ኣብ ዝተብሃሉ ኣሕሊፍዎ። መራሕቲ ቦጦሎኒታት ነይሮም። ሓይሊ ምውቃዕ ነይሩ። ብመሰረት እዚ እውን
ቦታታት ተዋጊአን ካብ ቅናፍና ፈንቂለን ናብ ባርካ “እቲ ቦታ ምስ ደየብናዮ እውን ቆራሪ ስለዝነበረ ብርጌድ 43፣ 60፣ 92 ዝብል መፀውዒ ዝሓዛ በራጊድ ብወገን ሑመራ ዝነበረ ሓደ ብርጌድ ደርግ መስ
ኣባረረኦ። ተጋዳላይ ህወሓት ሰሙን ሙሉእ ኣብ ጎቦታት ህወሓት ወፍሪ ቀይሕ ኮኾብ ከፍሽላ ናብ ኤርትራ ነጭለባሹ ኣብ ቃፍታ ተወቒዑ ተደምሰሰ።
ተጋዳላይ ህወሓት ካብ ገማግም ቀይሕ ባሕሪ እንትዋጋእ ከቢድ ፈተና እዩ ገጢምዎ። ድሕሪ እንትኸዳ፣ ብርጌድ 91፣ 51፣ 68፣ 73 ዝብል መፀውዒ ብድሕሪኡ እውን ኣብ ዝተፈላለዩ ናይ ወልቃይትን
ጀሚሩ ክሳብ እምባሶይራ ኣብ ዝርከብ ሰፊሕ እቲ ከቢድ ኲናት ግና መስዋእቲ ተኸፊሉ ነቲ ቦታ ዝሓዛ በራጊድ ድማ ኣብ ትግራይ ኮይነን ኣንፃር ደርግ ኣድያቦን ቦታታት ዝሰፈረ ሰራዊት ደርግ መጥቃዕቲ
ቦታ ምስ ተሓኤ መሪር ኲናት ኣብ ዘካየደሉ እዋን ተቆፃፂርናዮ። ካብኡ ቀፂልና ብገፅ ሃዘሞ ቅናፍና ምውጋእ ቀፀላ። ሻቡ ደርግ ኣብ ሓውዜን፣ ዕዳጋ ክበፅሖ ተገብረ። እቲ ካብዚ ዝተረፈ ድማ ኣበ
ሳሞራ ዮኑስ፣ ታደሰ ወረደ፣ ቢኒያም ገ/መድህን፣ ዝበሃል ከባቢ ጀሚርና መጥቃዕቲ ቀፂልና፣ ኣብቲ ቦታ ዓርቢ፣ ፈረስማይ፣ ብዘትን ካልኦት ቦታታትን ፀላኢ ሸራሮ ነቆጠ። ደርግ ኣብ ሸራሮ ተኸቢቡ ኮፍ
ኢያሱ ባጋ ዝሓዘወን ቦጦሎኒታት ህወሓት ኣብ ንዝነበሩ ሓይልታት ጅብሃ ፀራሪግና ኣባሪርናዮም። ነቊጡ ነይሩ እዩ። ኣብ ትግራይ ዝተረፋ ኣሃዱታት ምባል ትርጉም ስለዝሰኣነሉ፣ ውዒሉ ሓዲሩ እውን
ኣፅረጋ ምስ ተረፍ መረፍ ሻድሻይ ወራር ውግእ “ብድሕሪ እዚ ብዝዓበየ መልክዑ ክለዓል ዝኽእለ ናይ ህወሓት ነዞም ከባብታት ሓራ ንምውፃእ ኣብ ዘካየደኦ ኣብ ሸራሮ ክድምሰስ ምዃኑ ምስገምገመ ብለይቲ
እናካየደ ነይረን። ተሓኤ ናብ ባርካ ምስሃደመ ሓባር ፀላኢ ደርግ እዩ ነይሩ። ንቃልሲ ናፅነት ኤርትራ ተጋድሎ ነጋሲ ወልዳይ ስምረት ኣብ ዝመርሓ ብርጌድ ተሓቢኡ ሃደመ። በዚ እውን መኸተ ሻውዓይ ወራር
እተን ኣብ ኣፅረጋ ምስ ሰራዊት ደርግ እናተዋግኣ ኣብ ሕቶ ዘእትው ብዙሓት ፈተንቲ መድረኻት 73 መራሒ መስርዕ ኮይኑ ተዋጊኡ። ደርግ ብስዕረት ደርግ ተዛዘመ።
ዝፀንሓ ኣሃዱታት ህወሓት ካብ ቶኾምቢያ ጀሚረን ክንምክት ተላዒልና ኢና። ንዓይ ከምዝርደኣኒ እቲ ደርግ ኣብ ምዕራብ፣ ማእኸላይ፣ ምብራቕን ደቡብን
ስፖርት ዝንቕ
ተጋሩ ኣትሌታት ኣብ ዶሃ ኒኩሌር እውን ሆቴል እውን
ከመይ ነይሮም? እሞ ኣብ ወርሒ?
“ዝመፅእ ዘሎ ኣውደ ኣመቶም፣ መዓልቲ ልደቶም፣ ናይ
ካብ 16 ክሳብ 25 መስከረም ወርሒ ከጋጥም ካብ ዝኽእል ጩራን ፅልዋ ኣየርን
ገዛ ፀበሎም ወይ ናይ ታሕጓስ ጉዳዮም ወርሒ ከኽብሩ
2012 ዓ.ም. ኣብ ኳታር (ዶሃ) ዝከላኸል ተገይሩ ከምዝስራሕ እዩ ዝገልፅ።
ዶ ሓሲበሞ ይፈልጡ?” ብዝብል ሕቶ ዝጅምር “The
ክካየድ ዝቐነየ መበል 17 ናብዚ ሆቴል እዙይ ይዶም ክዘናግዑ ወይ እውን
Week” ዝተበሃለ መርበብ ሓበሬታ፤ 16 ጥቅምቲ 2019
ሻምፒዮና አትሌቲክሰ ዓለም ጉዳይ ከሕልፉ ዝደልዩ ገያሹ ክሳብ 10 ሜትር
ዓ.ም.ፈ ኣብ ዝዘርገሖ ፅሑፍ ሓደ ዘገርም ዜና ሒዙ
ከምዝተዛዘመ ዝፍለጥ እዩ። ስኴር ዝስፍሓቱ መዕርፎ ኣጋይሽ (ኣብ መራኽብን
ወፂኡ ርኢና። እቲ መርበብ ሓበሬታ ሕቶኡ ይቕፅሎ
ኣብቲ ንሕንሕ ዩናይትድ ኣየራትን ከምዘሎ መዕረፊ ገያሹ) ዝዳለወሎም
እሞ፤ “እቲ ኣብ ወርሒ ዝተሰርሐ ጉዳዮም ዘሕልፍሉ
ስቴትስ ኣሜሪካ ብ 14 ወርቂ፤ ኮይኑ፤ ተገልጊሎም ምስ ወደኡ ግን 15 ሚልየን
ሆቴል ናይ ኒኩሌር ፀዓት ዘመንጩ ሆቴል እንተኾነ
11 ብሩርን 4 ነሃስን ብድምር ፓውንድ ዝሓዘ ቅብሊት ከምዝወሃቦም እዩ እቲ
ኸ እንታይ ምተሰመዖም?” ኢሉ ኸኣ ይሓትት።
29 ሜዳልያታት ብምእካብ መርበብ ሓበሬታ ዝገልፅ። “ነዚ ዜና እተንብቡ
መልሲ ከይሃብናዮ ኸኣ “ዕድመ ንካምፓኒታት ሩስያ
ቀዳመይቲ ኮይና እያ። ጎረቤት ሰባት ካብ ሕዚ ጀሚርኩም ገንዘብ ምዕቛር
ይኹን እሞ፣ ዕዱለኛ እንተደኣ ኮይኖም ኣብ ውሽጢ
ሃገርና ኬንያ ብ5 ወርቂ፤ ብ2 ክትጅምሩ ትኽእሉ ኢኹም” ኢሉ ዝዋዘ እዚ
ትሸዓተ ዓመታት እዚ ዕድል ክርእዩዎ እዮም” ብምባል
ብሩርን ብ4 ነሃስን ብድምር መርበብ ሓበሬታ፤ ኣብ ከባቢና ካብ ዘሎ ህዝቢ
እቲ ሆቴል ኣብ ዝቕፅሉ ትሸዓተ ዓመታት ተሰሪሑ
11 ሜዳልያታት ብምርካብ ግን “ወይ ዘርከብኩም፤ ኣብ ዓድናስ ን 70 ካሬ
ከምዝዛዘም ይነግረና። እቲ ኣብ ወርሒ ዝስራሕ ፀዓት
ካልኣይ ደረጃ እንትትሕዝ፤ ተሳተፍቲ ኣትሌት ዝኸውን ዕቋር እኳ ፀጊሙና ኣሎ” ዝብል መልሲ
ኒኩሌር ዘመንጩ ሆቴል፣ ከባቢ 130 ጫማ ዕምቆት
ጃማይካ ብ 12፣ ቻይና ብ9 ከይተወሃቦ ከምዘይተርፍ ይግመት።
ተዃዒቱ ክህነፅ ዲዛይን ዝተገብረ ኮይኑ፤ ኣብ ዑደት
ሜዳልያታት ሳልሳይን ራብዓይን ኮይነን እየን። ናይቲ ዝተለኣኸ ጉጅለ፣ ኣትሌታት ንትኽክለኛ
ሃገርና ኢትዮጵያ ከኣ ኽልተ መዳልያታት ወርቂ፣ ቦተኦምን ንወቕታዊ ቅሞነኦም መሰረት ዝገበረ
ሓሙሽተ መዳልያታት ብሩርን ሓደ መዳልያ ነሓስን ኣሰላልፋ ክንዲ ምግባር እንተስ ካብ ሕፅረት ግንዛበ
ብምርካብ ካብ ዓለም ሓሙሸይቲ ካብ ኣፍሪካ ከዓ
ካልአይቲ ኮይና ውድድራ ዛዚማ እያ። እዚ ውፅኢት
እንተስ ‘ኮነይ’ ተባሂሉ ብዘይድልየቶም ዝስለፉ
ኣትሌታት ከምዝነበሩ እዩ ዝዛረብ። ናይዙይ ውፅኢት ኣገረምቲ ሓቅታት ብዛዕባ ሻርክታት
ምስቲ 5 ሜዳልያታት ጥራሕ ዝረኸበትሉን ካብ ድማ ገና እቲ ውድድር ከይተኻየደ ኣብቲ ልኡኽ መግቢ ዘለዎም እንስሳታት እዮም።
ዓለም መበል ሻብዓይ ዝተሰረዐትሉን ቅድሚ ክልተ ዘይምስምዕማዓት ከምዝነበሩ ይውስኽ። ተባዕትዮ ሻርክታት ልዕሊ ኣነስትዮ ሻርክታት
ዓመት ዝተኻየደ መበል 16 ሻምፕዮና ኣትለቲክስ ሃደንቲ ወይ ኣጥቃዕቲ እዮም።
ዓለም (ሎንዶን) እንትነፃፀር ዝሐሸ እኳ እንተኾነ፤ ኣሰልጣኒ ሃይለ ነቲ ሓሳቡ ብኣብነት እንተራጉዶ፣ ሻርክታት፣ ሓደ ማይል ዝኣክል ካብኣቶም
ብመንፅር ክርከብ ዝግበኦ ውፅኢት እንትልካዕ ግን ንኣብነት ለተሰንበት ግደይ ብደረጃ ኢትዮጵያ ርሒቑ ንዝሕምብስ ዘሎ ዓሳ ኣጨናጪኖም ናይ
ትሑት ምዃኑ እዮም ሰብ ሞያ እናተዛረቡሉ ዘለዉ፡ ቀዳመይቲ፤ ብብርኪ ዓለም ከዓ ካልአይቲ ኮይና ምስማዕ ክእለት ዘለዎም ሰማዕቲ እንስሳታት
ሒዛቶ ዘላ ወቕታዊ ርሕቐት 5000 ሜትሮ ምዃኑ እዮም። ካብኡ ብተወሳኺ ኣብ ልዕሊ ብሚልዮን
ኣብዙይ ንሕና ክንርእዮ ዝደለናዮ ግን ናይ ተጋሩ እናተፈልጠ ኣብ 10 ሽሕ ሜትሮ ክትወዳደር ምግባሩ ነጠብታ ክልካዕ ዝኽእል ማይ ዝነጠበት ሓንቲ
ኣትሌታት ተሳትፎን ውፅኢትን እዩ። ከምትዝፍለጥ ሓደ መርኣዪ ምዃኑ ይዛረብ። ንኔዘርላንድ ብእትጎዪ ነጠብታ ደም ናይ ምጭናውን ኣንፈታ ናይ
ንልኡኽ ሃገርና ሒዙ ዶሃ (ኳታር) ዝኣተወ ጉጅለ ግን ከዓ ብትውልዳ ኢትዮጵያዊት ብዝኾነስ ሲፋኒ ምፍላጥን ክእለት ዝተዓደሉ ዓሳታት እዮም።
62 ኣባላት እዮም ነይሮምዎ። ካብዞም 62 ኣባላት ሓሰን ተቐዲማ ኣብ 10 ሽሕ ሜትሮ ብሩር ዝረኸበት ክልተ ካብ ሰለስተ ሚኢታዊ ሓንጎል ሻርክታት
እቶም 42 ኣትሌታት እንትኾኑ እቶም 5 ኣትሌታትን ኣትሌት ለተሰንበት ብዛዕባ እዚ ጉዳይ እንትትምልስ፤ ንምጭናው ዝተመደበ እዩ።
ሓደ ኣሰልጣንን ከኣ ተጋሩ ነይሮም። ንሳቶም “ሲፋኒ እኹል ምድላው ገይራ እያ ቀዲማትኒ፣ እዙይ ዘይከም ወድሰብን ካልኦት እንስሳታትን
እውን ለተሰንበት ግደይ፣ ጉዳፍ ፀጋይ፣ ለምለም ናይ ብቕዓት ጉዳይ እዩ፣ ብሙቐትን መዓልትን ሻርክታት፣ ዓይነታት ዓሳ ኮይኖም ንዘበናት ዝኣክል ሻርክታት ላዕለዋይን ታሕተዋይን መንጋጋታቶም
ሃይሉ፣ ሓጎስ ገ/ሂወት፣ ኣባዲ ሓዱሽን ሃይለ እያሱን ዝምኽነ ኣይኮነን” ዝብል መልሲ እኳ እንተሃበት፤ ብወድ ሰብ ኣዝዮም ዝፍርሑ ዓይነታት ዓሳ እዮም። ከንቀሳቕሱ ዝኽእሉ እንስሳታት እዮም።
(ኣሰልጣኒ) እዮም። ኣብ ዶሃ ዝተሳተፉ ተጋሩ ኣብ 5000 ሜትሮ እንተትወዳደር ዝበለፀ ውፅኢት ይኹን እምበር ሻርክታት ካብቲ ዝፍርሑዎን ሻርክታት፣ ኣብ ሑቐኦም ዘሎ ዓፅሚ ብምቑፃር
ኣትሌታትና ሓሙሽተ ደኣ ይኹኑ እምበር ኣብ ክተመዝግብ ትኽእል ምንባራ ከኣ ኣይሓበአትን። ዝሰኣልዎን ንላዕሊ ንወድሰብ ይኹን ንባሕርታት ጥራሕ ክንደይ ዕድመ ከምዘቑፀሩ ምፍላጥ ይከኣል።
መዳልያ ዝኣተዋ ግን ክልተ ኣትሌታት ጥራሕ እየን። ኣሰልጣኒ ሃይለ ግን ለተሰንበት ጥራሕ ዘይኮነትስ በዓል ብጣዕሚ ኣድለይትን ጠቐምትን ከምዝኾኑ ንብዙሕ ሓደ ሻርክ ኣብ መላእ ዕድሜኡ ክሳብ 30 ሽሕ
ንሳተን እውን ለተሰንበት ግደይ ብ 10 ሽሕ (ብሩር ኣባዲ ሓዱሽን ሓጎስ ገ/ህይወትን እውን ኣብ ትኽክለኛ እዋናት ኣብ ሻርክታት መፅናዕቲ ብዘካየዱ ምሁራት ኣስናን ከቡቅልን ክሸርፍን ይኽእል እዩ።
መዳልያን) ጉዳፍ ፀጋይ ብ 1500 ሜትሮ (ነሃስ ቦተኦም ክጎዩ ስለዘይተገበረ እቲ ብማናጀር ተመሪሖም ዝገልፁ። ኣብ መላእ ዓለም ዘለዉ ሻርክታት በቢ ሻርክታት፣ ኣብ ፀላም ከብዶም (ጉበቶም)
መዳልያን) እየን። ካብዙይ ወፃእ ዘለዉ ኣትሌታትና ኣብ ውድድራት ድያመንድ ሊግ ዘመዝገብዎ ዓወት ዓመቱ ከባቢ 100 ሰባት ከምዘጥቅዑ መፅናዕትታት ብዝርከብ ሓፊስ ቅብኣት ኣቢሎም ኣብ ማይ ካብ
ግን ናብ መዳልያ ኣይበፀሑን። ክደግሙ ከምዘይከኣሉ የቐምጥ። የርእዩ። እዚ ማለት ሓምበስቲ (ሰባት ኮኑ እንስሳታት) ምጥሓልን ይድሕኑን ሚዛን እቲ ዘለውዎ ፀቕጢ
ብሻርክታት ክብልዑ ዘሎ ተኽእሎ ሓደ ካብ 300 ኣየር ይሕልዉን።
ብርግፅ ብመንፅር “ሬሾ” እንትረአ 42 ኣትሌታት ከምቲ ኣሰልጣኒ ሃይለ ዝበሎ ኣትሌታት ሃገርና ሚልዮን ከምዝኾነ መፅናዕቲ ዝገበሩ ሰብ ሞያ ይገልፁ። ኣብ ከባብታት ፊጂን ኣይስላንድን ስጋ ሻርክታት
ሒዛ 8 መዳልያታት ኣብ ዝረኸበት ሃገርና ኮይንካ ብውለቀኦምን ብፌደራልን ውድድር እንተሳልጡ ይኹን እምበር ብግልባጡ ብ ዓሰርተታት ሚልዮን ምብላዕ ሓራም እዩ። ምኽንያቱ ብእምነት እቲ
ብሓሙሽተ ኣትሌታት ክልተ መዳልያ ምርካብ ዝተፈላለየ ውፅኢት ከመዝግቡ ካብ ዝገብርዎም ዝግመቱ ሻርክታት በቢዓመቱ ንቆርበት፣ ንቅብኣትን ከባቢ “ሻርክታት ማለት ብሞት ናይ ዝተፈለዩዎም
ፍትሓዊ “ሬሾ” እዩ። ይኹን እምበር ብዙሕ ትፅቢት ምኽንያታት ሓደ እዙይ እዩ። ብማናጀር ዝግበር መግብነትን ተባሂሎም ብወድሰብ ከምዝቕተሉ እዮም ቤተ ዘመዳቶም መንፈስ ዝተሰከሙ እዮም”
ዝተገበረሎም ከም በዓል ኣባዲ ሓዱሽን ሓጎስ ውድድር ከም ድልየትካን ብምርጫኻን እንትኾን፣ እቶም መፅናዕትታት ዝሕብሩ። እዚ ከዓ ሰባት ልዕሊ ተባሂሎም ስለዝሕሰቡ።
ገ/ህይወትን ዝኣመሳሰሉ ብርቱዓት ኣትሌታት ንሃገር ወኪልካ ዝግበር ውድድር ግን ዘለው ኣትሌታት ሻርክታት ሓደገኛታት ከምዝኾኑ ዘርኢ እዩ” ይብልዎ ካብ ቅድሚ ኣማኢት ዓመታት ጀሚሩ ኣስናን
ኣብ መስርዕ መዳልያ ዘይምእታዎም ብጣዕሚ ተራእዮም “ ‘መን ኣበይ’ እንተተሳተፈ ኣብ ኩሉ ኣብ ስነ ህይወታውያን ዘፅንዑ ምሁራት። እስኪ ሻርክታት ንመስርሒ ዝተፈላለዩ ኣቑሑትን ናይ
ኣዘራራቢ ኮይኑ እዩ ቀንዩ። ከምቲ ፕሬዝደንት መዳልያታት ንምእርር?” ዝብል ሕቶ ስለዝቕድም ንሎሚ ብዛዕባ ሻርክታት ዝተቐመጡ ዝተፈላለዩ ኲናት ኣፅዋራትን የውዕሉ ከምዝነበሩ ታሪኻት
ፈደሬሽን ኣትሌቲክስ ሃገርና ሻለቃ ኣትሌት ሃይለ እዙይ ከጋጥም ልሙድ እዩ። ይኹን እምበር ዓይኑ ሓቅታት ክንእንግደኩም። ይሕብሩ።
ገብረስላሰ ዝበሎ፤ ኣብ ዶሃ (ኳታር) ዝነበረ መጠን ዘፍጠጠን “ብሃገራውነት” ኣመኽኒኻ ሰለስተ ተጋሩ ኣብ መላእ ዓለም ልዕሊ 350 ዓልየታት ሻርክ ኣብ ከባቢ ምዕራብ ኤሮጳ (ከባቢ ፖርቱጋል)
ሙቐትን ኩነታት ኣየርን ንኣትሌታትና ዓብዪ ኣብ ሓደ ዓይነት “ካታጎሪ” ክካተቱ ብምግባር ዓቕሚ ከምዘለዉ ይፍለጥ። ካብዚኣቶም እቶም 75 ዝኾኑ ኣብ ዝርከቦ ዓይነታት ሻርክ ክሳብ 1.5 ማይል (2.7 ኪሎ
ፅዕንቶ ከምዘሕደረ እኳ ዝፍለጥ እንተኾነ፤ ብቐጥታ እቶም ኣትሌታት ምጭንናቕ ግን ‘ኣካል ናይቲ ኣብ ኣዐርዮም ሓደገኛታት ዝርዝር ዝፍለጡ እዮም። ሜትሮ) ዝኣክል ዕምቆት ናብ ዘለዎ ትሕቲ ፀፍሒ
ኾነ ብተዘዋዋሪ ካልኦት ፀገማት ከምዘለዉ ዝገልፁ ሃገርና ዝረአ ናይ ፖለቲካን ስፖርትን ምቁምጣዕ’ ካብ ካብ ዓሌታት ሻርክ እቲ ዝነኣሰ ድንኪ (Dwarf) ባሕሪ ኣትዮም ክሕምብሱ ይኽእሉ።
ወገናት ግን ኣይተሳእኑን። ምዃን ሓሊፉ ካልእ ክኸውን ከምዘይኽእል ምርዳእ ዝበሃል ዓይነት ዓሳ፤ ቁመቱ ክሳብ ሓደ እመት ሰብኣይ መብዛሕትኡ ግዜ ኣነስትዮ ሻርክታት ካብ
ይከኣል። ይኸውን። ተባዕትዮ ሻርክታት ግዝፍ ዝብላ ኮይነን፤ ጥቕጥቕ
መምህር ሃይለ እያሱ ናይዞም ኣትሌታት ኣሰልጣኒ እዙይ ስለዝኾነ ኣትሌታትን ኣሰልጠንትን ክልልና ምስ ካብ ዓሌታት ሻርክ እቲ ዝዓበየ ሻርክ ኣስታት ኢሉ ዝመለአ ቆርበት ኣለወን። እዙይ ከኣ ምስ
ኮይኑ ኣብ ኳታር ቀንዩ ዝተመልሰ ኣሰልጣኒ እዩ። ፌደሬሽን ኣትሌቲክስ ክልልና ብምርድዳእ ሃገራዊ ዓሳ ነባሪ ዝኣክል ኮይኑ ክሳብ ሓንቲ ዓባይ ኣብቶብስ ተተባዕትዮ ርክብ ኣብ ዝገብራሉ እዋን ካብ ዝህሉ
ንሱ ከምዝብሎ እንተደኣ ኮይኑ፣ እቶም ፀገማት መድረኻት ከይተፀበዩ ዕዱላት ዝረኽብሉ ኩነታት ዝኸውን ቁመት ይውንን። ፍሕፍሕን ጉድኣትን ክከላኸለለን ይሕግዝ።
ሓደ ክልተ ኢልካ ምቕማጥ ዝከኣል እኳ እንተኾነ፤ ከመዳምድ ከምዝግባእ ነጋሪ ኣየድልዮን። ንኣብነት ሓደ ሻርክ ንኻልኣይ እዋን ከይተመገበ ክሳብ ምንጪ፡- ©www.sharksinfo.com
እቲ ዓብዪ ፀገም ግን “ናይ ኣሰላልፋ ፀገም” ምዃኑ “ኮንቲኔንታል” (ቀጥታዊ ተሳትፎ ዝግበረሎም ሰለስተ ወርሒ ክፀንሕ ይኽእል።
ከምዝኣምን እዩ ኣቀባብላ ክግበረሎም እንተሎ መድረኻት) ዝዓይነቶም ውድድራት ምትእልላሽ ሻርክታተት፣ ኣብ ትሕቲ ማይ ካብ ዝነብሩ
ዝተዛረበ። ኣሰልጣኒ ሃይለ ከምዝብሎ፣ ኣመራርሓ ይከኣል እዩ። እንስሳታት እቶም ዝለዓለ ብርቱዕ ስርዓት ምሕቓቕ