Professional Documents
Culture Documents
Haddas Ertra 14112018
Haddas Ertra 14112018
ገጽ 3 ገጽ 5 ገጽ 6 ገጽ 8 ገጽ 9
ዑደት ፕረዚደንት ያታዊ ፈስቲቫላት ሜላ ህይወት ምሕያል ተራ ኮም ኤርትራ ኣብ ዓቢ ጉያ
ኢሳይያስ... ብሄረ ናራ ኣብ ምንካይን. . . ኢትዮጵያ . . .
ጽርግያ
መምህር ዑመረዲን መሓመድ፡ ኣብ ውጽኢት ተመሃሮ ዘተኰረ መዛተዪ ድማ ንምቁጽጻሩ ኣፍልጦ ከዕብን ብተግባር ከሰንዮን ሚኒስትሪ ጥዕና መልእኽቱ
የመሓላልፍ።
ሚኒስትሪ ጥዕና
ብዘይካ ሰኑይ መዓልታዊ እትሕተም ጋዜጣ
ኣፍዓበት - ናቕፋ ሕዳር 14 - 2018
ዋና ኣሰናዳኢ
ኣስፍሃ ተኽለማርያም ይጽገን ኣሎ ሎሚ መደባት ERI-TV
ቍ.ስ 116266 / 201820(2220) ሰዓት መደብ
ብ18ን 19ን ጥቅምቲ ብዝሃረመ 12:00 ደኩመንታሪ
ቦርድ ምስንዳእ ብርቱዕ ዝናብ ተበላሽዩ - ኣገልግሎት 12:30 ዜና ትግርኛ
ብርሃነ ምሕረትኣብ ኣቋሪጹ ዝጸንሐ ጽርግያ ኣፍዓበት 12፡50 ጩራ ጥዕና
ዮሴፍ ሃይለማርያም - ናቕፋ፡ ብምትሕብባር ህዝብን 13፡30 ዜና ዓረብ
ምሉእብርሃን ሃብተገብርኤል ኣባላት ሓይልታት ምክልኻልን 13:40 ቴራብ /ገለብ ደሐን
ኤርምያስ ገብረልዑል 14:20 ፓኖራማ
ይጽገን ኣሎ።
ሺሃብ ኣርኣያ 15:00 ሙ/ድራማ
ቍ.ስ 201820 (2214)
ኣብ ከባቢ ክሳድ ዓሾርም ኣብ
ዝርከብ ልዕሊ 5 ኪሎ-ሜተር 16:00 ዕላል ጥበባት
ፋክስ። 127749 - ቍ.ሳ.ጶ. 247
ዝንውሓቱ መስመር ኣብ ዝካየድ 16፡35 ደኩመንታሪ
ዘሎ ናይ ምጽጋን ዕማም፡ መዓልታዊ 17፡20 ህርመት
ምዝርጋሕ ጋዜጣ ኣስታት 600 ጉልበት ይሳተፍ 18፡30 ማእገር
ቍ.ስ. 200454-07121322 20:00 ዜና ትግረ
ከምዘሎ፡ ወኪል ኤሪና ሓቢሩ።
ምልክታ 20:10 ሽንግርዋ
ቍ.ስ. 125013 - ቍ.ሳ.ጶ. 1284 ተሳተፍቲ፡ ዛጊት ተሳሊጡ
21:00 ዜና ትግርኛ
ብዘሎ ስራሕ፡ ብደናጉላ ዝተዓብሰ
21:25 ሕርሻን ሃብቲ ባሕርን
ቢንቶታት ተጸሪጉ ዝፈረሰ ቢንቶታት
ለይ-ኣውት እውን ስለዝተነድቀ፡ ምንቅስቓስ
22:00 ዜና ዓረብ
ኤደን ሃብተኣብ ሰማያዊት ሓይለኣብ 22:10 ሙ/ድራማ
ሳምራዊት መለስ ሳራ ኣለም
ተሽከርከርቲ ዳግም ከምእተጀመረ
22:30 ዜና እንግሊዝ
ገሊጾም።
ሓዳስ ኤርትራ መበል 28 ዓመት ቁ.64 14 ሕዳር 2018 - ገጽ 3
ኣብ ቀዳማይ ክፋል ናይ’ዚ ጽሑፍ፡ ካብ’ቶም ብዙሓት ያታዊ ፈስቲቫላት (ንግደታት) ብሄረ ናራ፡ ብዛዕባ ያታዊ ፈስቲቫል ፉርዲ
ዝምልከት ትሕዝቶ ኣቕሪብና ምንባርና ዝዝከር’ዩ። ያታዊ ፈስቲቫል ፉርዲ ኣብ ሳንቶርታ ዓብዪ ኣገዳስነት ዘለዎ ፈስቲቫል ኰይኑ፡
ዓመታዊ ዝእንገድ ኰይኑ’ዩ ጸኒሑ። እዚ ንተኸታታሊ 11 መዓልታት ዝካየድ ዝነበረ ያታዊ ፈስቲቫል፡ ኣብ ውሽጡ ዝተፈላለየ
ንጥፈታት ዝሕዝ ምዃኑ ኣልዒልና ነይርና።
ኣብ’ዚ ፈስቲቫል፡ ምምራቕን ምብራኽን ቅዱስ ጐቦ፡ ምድላውን ምምጋብን ካሎታ ዝበሃል ዓይነት ያታዊ መግቢ፡ ፊፍ ከላድ ዝበሃል
ዳውድ ኣደም (ኣቡሹሽ)
ንከብቲ ደጋጊምካ ማይ ናይ ምስታይን ናብ ገዛውቲ ማይ ምጉራትን ዝሓቁፍ ወግዒ፡ ውድድር ጉያ ከብቲ (ሆር)፡ ወፍሪ ናብ ሃድን
ካልኣይን መወዳእታን ክፋል ማንቲለ (ለይደ)፡ ወግዒ ምስግጋር መንእሰያት (ሙሁርታ)፡ ያታዊ ጸወታታትን ትልሂትን ዝሓቁፍ’ዩ።
እዚ ፈስቲቫል ብቐንዱ ሃይማኖታዊ መበገሲ ዘለዎ ኰይኑ ዝተበገሰ’ዩ። ንኣባላት ናይ’ቲ ሕብረተሰባትን ጥሪቶምን ከምኡ’ውን
ዝተገልጸ እዩ።
ንብረቶም፡ ካብ እኩይ ተጻብኦ ንምድሓን ዝተገብረ’ዩ። እዚ ወግዒ እንተዘይተፈጺሙ ካብ ዝወርድ ክሳራታት ንምድሓን ዝዓለመ
ፈስቲቫል ዳዳ (Daáda) እዚ ፈስቲቫል ካብ ግዜ ናብ ግዜ
ድማ’ዩ።
እናተዳኸመ ክመጽእ ድሕሪ ምጽናሕ፡
ኩሎም ያታዊ ንግደታት ናራ ኣብ ኩሎም ላህጃታት ናይ’ቲ ብሄር - ህግር፡ ኮይታ፡ ሳንቶርታን ሞጐራይብን - ሓደ ዓይነት ዕላማ፡
ዳዳ ሓደ ካብ’ቶም ኣዝዮም ዓበይቲ ካብ መወዳእታ 80ታት ኣትሒዙ ግን
ትርጉምን መልእኽትን ዝሓዘሉ ኰይኖም’ዮም ዝበዓሉን ዝንገዱን። ኣብ’ቲ ብሄር ንዝርከቡ ባህላዊ ውርሻታት ካብ ወለዶ ናብ ወለዶ
ያታዊ ንግደታት ብሄረ ናራ ዝነበረ’ዩ። ዳርጋ ኣይተገብረን ዘሎ። ይኹን’ምበር
ኣብ ምስግጋር፡ ማሕበራዊ ምትእስሳር ኣብ ምፍጣርን ናይ ሕብረተሰብ መንነት ኣብ ምፍጣርን ካልእን ጉሉሕ ኣገዳስነት ይጻወቱ።
እዚ ዓመታዊ ኣብ ወርሒ ሰነ ዝጽምበል ኣካል ናይ’ዚ ያታዊ ንግደት ዝነበረ
ኣብ’ዚ ካልኣይ ክፋል ናይ’ዚ ዓንቀጽ፡ ኣብ ብሄረ ናራ ብዛዕባ ዝዝውተሩ ክልተ ያታዊ ፈስቲቫላት - ጉለይታን ዳዳን ክንርኢ ኢና።
ዝነበረ ፈስቲቫል፣ ረዚን ትርጉም፡ ኣዝዩ ብዙሕ ባህላዊ ክብርታት፡
ዕላማን መልእኽትን ዘለዎ ኰይኑ ምኡዛት ዜማታት፡ ትልሂታት፡ ቀየድቲ
ብፍሉይነት ኣብ ላህጃ ሳን-ቶርታ ሕጊ እንዳባን ካልእን ኣሰሩ ኣብዚ ከባቢ ብሓፈሻ፡ ምጥፋእ ቋንቋ ድማ ብፍላይ
ዝንገድ እዩ ዝነበረ። ኣብ ንግደት ዳዳ ክሳብ ሎሚ ይሰርሕ ኣሎ። ይኹን’ምበር፡ ዓቢ ሃስያን ኣሉታዊ ተራን ተጻዊቱ
(Daáda)፡ ኩሎም መንእስያት ከባቢ ምትራፍ ያታዊ ንግደት ዳዳ ኣብቲ እዩ። ናብ ንቡር ንምምላሱ ክጽዓር
ዓድታት ተኣኪቦም በብዓድታቶምን ሕብረተ-ሰብ ዓቢ ኣሉታዊ ሳዕቤናትን ከድሊ እዩ።
መራሕቶምን ተጠርኒፎም ብኣዝዩ ጥሕሰት ሕጊ-እንዳባን ከሲቱ ከምዘሎ ትግባረ ያታዊ ንግደት ዳዳ ብግቡእ
ምዕሩግን ስሩዕን መንገዲ ተሰሪዖም’ዮም እዩ ብዓበይቲ እቲ ከባቢ ብልዑል ምስ ዝህሉን ምስ ዝዕቀብን ካብ ዞባን
ናብ ጐቦ ዝድይቡ። ኣብኡ ምስ በጽሑ ተዘክሮ ዝጽወ። እቲ ተላበሶ ወይ ሒዝካ ከባብን ሓሊፉ ኣብ ሃገርን ኣህጉርን
ነንሓድሕዶም ብቕልስን ምትህርራምን ደቅስ ዝብል ቀንዲ ትርጉም ዳዳ “ክሳብ ከፋልጠናን ከስመየናን ዝኽእል ትሕዝቶ
ዝፍተኑሉ ኣዝዩ ከቢድ ድኻም ዘለዎ ሎሚ ይሰርሕ ነይሩ እንተ ዝኸውን ከም ዝህልዎ ኣየጠራጥርን። ልዕሊ ኩሉ
ስርዓት ይካየድ። ኣብዚ ያታዊ ንግደት፡ ከባቢና ወይ ዓድና ዘይድፈር እምባ ድማ ኣብ ዩኔስኮ ተመዝጊቡ ልክዕ ከም
ኩሎም ደቂ ዓዲ ካብ ኮተቴ ክሳብ ኮይኑ ምነበረ ኔሩ - እመነኒ!” ይብሉ ‘ኣጉርንግ ፈስቲቫል-ናይጀርያ’ ፍሉጥን
በጽሒ ጎበዝ ኣብ ትሽዓተ ደረጃታት ፍሉጥ ናይ ባህሊ ክኢላ ከባቢ ሳንቶርታ መስሕብ በጻሕትን ምዀነ።
ይፍለዩ። እዚ ፍልልያት ደረጃ ነፍሲሄር ኣቦይ ብሩ ኣልፋይ።
መንእሰያት፡ ኩላቶም በብዓቕሞም ያታዊ ንግደት ዳዳ ንኹሎም ጉላይታ (Gulayta)
ንኽብድሁ ይሕግዝ። እዚ ዝካየድ መንእስያት ናራ ብሓፈሻ፡ ንመንእስያት ንግደት ጉላይታ ዓመታዊ ዝግበር
ዝተፈላለየ ንጥፈታት፡ እቶም ደቂ ሳን-ቶርታ ድማ ብፍላይ፡ ናብ ካልኣይ ኰይኑ፡ ወግዒ ብጽሕና ዝፍጸመሉ ስነ-
ዓዲ ንዝመጽእ ክራማት ዝህልዎም ቀንዲ ያታዊ ንግደት “ፉርዲ” እቲ ከባቢ ስርዓት እዩ። እዚ ስነ-ስርዓት’ዚ ኣብ ማለት እዩ። እዚ ናብ ኣተሓሕዛን መጽአ ይዝውተር ኣሎ። ግዳ እቲ
ድልውነት ንኽዓቢ ዘኽእል’ዩ። ከምኡ ዘሰጋግር ሓያል ድንድል እዩ ዝነበረ። ኮይታ ጥራይ ዝዝውተር ኮይኑ፡ ኣብቲ መጻኢ ኣንፈታትን ያታዊ ንግደትታት ኣገባብ ኣዝዩ ወጀሃላይን ንስለ ምግባር
ብምዃኑ ጻዕሪ መንእስያት ብንጹር ምትራፍ ዳዳ ኣብ’ቲ ሕብረተሰብ ሕብረተ-ሰብ ዓቢ ትርጉም፡ ዕላማ፡ ናራ ክንሓስብን ብእኦም ክንግደስን ጥራይ ዝካየድን ኰይኑ ኣሎ። ኮታስ ነቲ
ዝርኣየሉን ዓቢ ተጻዋርነት ዝሓትትን ዓቢ ሃስያን ክሳራን ከም ዘውረደ’ዮም መልእኽትን ክብርን ዝሓዘ እዩ። ይቕሰበና። ትሕዝቶታት ናይ ምትንኻፍ እምበር
ንግደት ይኸውን። ብዙሓት ዝሰማምዑ። ጉለይታ ብመጀመርታ ነቲ ስነ- ዝውታረ ያታዊ ፈስቲቫላት ብምሉእ ናይ ምትግባር ስርዓት ተሪፉ
ኣብ ርእሲ’ዚ ኩሎም መንእስያት ኣብቲ ንልዕሊ 12 ዓመት ኣብ ዝተኻየደ ስርዓት ዝፍጽሙ መንእሰያት ከም’ቲ ኣብ ዝሓለፈ ክፋል ይርከብ። እቲ ሕበረተሰብ ደጊሙ ነዚ
ፈተውቲ ስራሕ፡ ፈተውቲ ሓድነት፡ መጽናዕቲ ባህሊ ናራ፡ መብዛሕትኦም ብምልላይ’ዩ ዝጅምር። ብዓበይቲ ዓዲ ዝገለጽናዮ፡ ኣብ ብሄረ ናራ 23 ፈስቲቫል ክቕጽሎ ምንቕቓሕ እንተ
ተሰከምቲ ሕድሪ፡ ዓቀብቲ ምስጢርን ወሃብቲ ሓበሬታ “ያታዊ ንግደት ዳዳ ዳህሳስ ተገይሩ ኩሎም ነዚ ደረጃን ውሩያት ንግደታትን ፈስቲቫላትን ዘይተገይሩ ድማ ኣብ ውሽጢ ሓጺር
ተበጀውትን ክኾኑን ኣብቲ ሕብረተ- (Daáda) ብምትራፉ ክሳራ፡ ሕስረት፡ መድረኽን ዝበቕዑ ኮተቴታት እቲ ከም ዝርከብ እዩ። እዞም ከም ኣብነት ዓመታት ደው ናይ ምባልን ምትራፍን
ሰቦም ተቐባልነት ክረኽቡን ኣብዚ ውርደት፡ ኣደዳ ሕማማት፡ ባእስን ሞትን ከባቢ ይልለዩ። ብድሕሪ’ዚ ብጥርኑፍ ዝወሰድናዮም ሰለስተ ፈስቲቫላት ተርእዮታት የንጸላሉዎ ኣሎ። ኣብ
ንግደት ይፍተኑን ይግምገሙን። ኣብዚ ኮይንና እምበር ኣይረባሕናን። ስለዚ ከከም ብዝሖም ብሓባር ናብ ኣጊሻ ንሓፈሻዊ ትሕዝቶን ኣገዳስነት እዞም ዝሓለፈ 12 ዓመታት ንኣብነት ስፍሕ
ንግደት ተሳቲፉ ዘይሓለፈ መንእሰይ ያታዊ ንግደት ዳዳ ናብ ናይ ቀደሙ (Agishá) ዝበሃል ስነ-ስርዓት ጉላይታ ፈስቲቫላትን ዘጕልሑ እዮም። እቶም ብዝበለ ዝተኻየደሉ ኣብ ዓመተ 2006
እዚ ላህጃ ወይ ከባቢ፡ ስብእነቱ ጎደሎ ክምለስ ኣለዎ፡” ኣብ ዝብል ኣጠቓላሊ ዝካየደሉ ጫካ በረኻ ወፊሮም ንሰሙን ኣብ’ዚ ዘይዘርዘርናዮም ካልኦት ያታዊ ከምኡ ድማ 2016 ጥራይ እዩ። ከምኡ
እዩ። ኣብ ዝኾነ ንጥፈታት ዓዱ ሓሳብ ይሰማምዑ። ዝጸንሑ። ኣብዚ ስነ-ስርዓት፡ እቶም ንግደታት ኣብ ካልእ እዋን ብሰፊሑ ብምዃኑ ዝያዳ ቈላሕታ ክግበረሉን ካብ
ኣይሳተፍን። ንምስክርነት ኣይበቅዕን፣ ስለዚ ካብዚ ተበጊስካ ነዚ ክሳብ ሎሚ መንእሰያት ብኸቢድ ብድሆታት ክንዛረበሎም ኢና። ብፍላይ ናይቶም ሓደጋ ምጥፋእ ወጺኡ ዝያዳ ዝውታረ
ዝኾነ ትሕዝቶኡ’ውን ኣይልከፍን። ኣብ ሓንጎል ብዙሓት ክኢላታት ባህሊ ሓሊፎም ብጽሕናኦም ዘመስክሩሉ ክሳብ ሕጂ ኣብ ንጡፍ ዓመታዊ ትግባረ ክህልዎን ቆላሕታ የድልዮ።
ምስቶም ግቡኣቶም ፈጺሞም ዝሓለፉ ናራ ዝነበረን ዘሎን ፍልጠትን ልቦናን እዩ። ኣብ መስርሕ ምክያድ ጕዕዞ ዝጸንሖም ያታዊ ፈስቲቫላት ናራ፡ ንግደት ጉላይታ (Gulayta)
መዛኖኡ መንእስያት ክሕወስ’ውን ዓቂብካ ውዱብን ኣማእዛንን ብዝኾነ ዝካየዱ ዝተፈላለዩ ንጥፈታት ዝሓቍፍ ኣተሓሕዛኦምን መጻኢ ኣንፈታቶምን ወግዒ ብጽሕና መእስያት ናራ
ኣይፍቀድን። ቀንዲ ትርጉም ያታዊ መንገዲ ናብ ምዝውታሩ ተበግሶ ምስ ድማ’ዩ። ነቶም ዝኣበሱን ዝደኸሙን ብዓይኒ ኣበርክቶኦምን ትጽቢት ዝፍጸመላ ንግደት ጉላይታ (Gulayta)፡
ንግደት ዳዳ፡ ተላበሶ ወይ ሒዝካ ደቅስ ዝውሰድ፡ ኣብ ዝሓጸረ እዋን ናብ ናይ መንእስያት ገለ እዋን ብጭጉራፍ ዝግበረሎም ኣገዳስነትን፡ እንታይ ሎሚ ብብዙሕ ምኽንያታት ተጸልዩ
ማለት እዩ። እዚ ማለት ድማ ብንጹር ቅድም ክብሩን ኣበዓዕላኡን ክንመልሶ ዝህረሙሉን ዝመዓዱሉን፡ ንኹሉ ከምዝመስል ብዝተጸምቈ መንገዶም ብግቡእ ከይተሰነደ ምስ ምሉእ ክብሩን
ንሕድሪ ቀዳሞትካ ፍለጦ፡ ተላበሶ፡ ከም እንኽእል ዘጠራጥር ኣይህሉን። ዕንቅፋታትን ብድሆታትን ብግብሪን ምርኣዮም ኣገዳሲ ይኸውን። ምዕሩግ ትግባረኡን ናብ ሓድሽ ወለዶ
ዓቅቦ፡ ኣማዕብሎን ንበረሉን ከም ማለት ብዘይ ዝዀነ መጽናዕትን ግምገማን ተጻዋርነትን ዘርእዩሉ እዩ። ንግደት ዳዳ (Daáda) ዝዀነ ሓበሬታ ከይገደፈን ኣብ ሓደጋ
እዩ። ንግደት ዳዳ ዝነበሮ ዕላማ፡ ክብርን ዝተረፈ ያታዊ ንግደት ወይ ፈስቲቫል ኩሎም ፈጸምቲ ጉላይታ ዝዀኑ እዚ ንግደት’ዚ ኣብ 1987 ምስ ተረፈ፡ ምትራፍ ይርከብ። እቲ ብመንገዲ እዚ
ክብደት መልእኽቱን ብርትዐኡን ከምቲ “Daáda/ዳዳ” ኣብ ምጥፋእ ባህሊ መንእስያት፡ ካብዚ ዕለት’ዚ ጀሚሮም ብኡ ኣቢሉ ኣብ ምጽናት ይርከብ። ያታዊ ንግደት ዝመሓላለፍ ዝነበረ
ከከም ዝምባለኦምን ኣበርክቶኦምን ሳዕቤኑ ድማ ኣብ ያታዊያን ደርፍታት፣ ማሕበራዊ ሱታፈን ክብሪን ብርኡይ
ከምኡ’ውን መጻኢ ትንቢቶምን ምርኩስ ጉድለት ርድኢት ሓደሽቲ ወለዶ ኣብ ብምጕዳሉ ዓቢ ሃሰያ ኣውሪዱ እዩ።
ብምግባር፣ ካብቲ ኣብ እዋን ስምያቶም ባህሊ፣ ብዓቢኡ ድማ ሞት ዝዓበየ ባህሊ እዚ ሃብታም ዝዀነ ኣካል ረቂቕ
ዝተዋህቦም ኣስማት ዝተፈለየ ሓድሽ ኮይኑ ንረኽቦ። እዚ ድማ እቲ ዝዓበየ ባህላዊ ውርሻታት ብሄረ ናራ ዝዀነ
መጸውዒ ስም ይወሃቦም። እዚ ሓድሽ ክሳራና እዩ ዘየብል ኣይኮነን። እቲ ያትዊ ፈስቲቫላት ምድኻሙን
መጸውዒ ስም ዝያዳ ንመንነት ናይ’ቶም ካብ ወለዶ ናብ ወለዶ እናተሰጋገረ ከይተሰነደ ምትራፉን ኣብ’ቲ ሕብረተ-
መንእሰያት ገላጺ ዝዀነ’ዩ። እዚ ሓድሽ ዝመጽአ ባህላዊ ውርሻታትን ሃብታም ሰብ ሰፊሕ ሃጓፍ ዝፈጥር’ዩ። እዚ ያታዊ
ኣስማት ኣብ ምሉእ ዕድመኦም በቲ ስነ ጥበባዊ፡ ታሪኻውን ናይ ቋንቋ ንግደታት ተነቓቒሑ ዝውታረኡ
ኣስማት ክጽውዑሉ ዝኽእሉን ሓያል ሃብትን ክዳኸም ተራኡ ተጻዊቱ’ዩ። ምስ ዝህሉ፡ ዝያዳ ኣርባሒ ናይ
ትርጉም ዘለዎን ድማ’ዩ። ትርጉም ንግደት ፉርዲ (Furdi) ምዃን ዕድላት ስለዘለዎ፡ ናይ ባህሊ
ጉላይታ ከኣ ጉብዝና ማለት እዩ። እዚ እዚ ንግደት’ዚ እውን ከም ሰረት ትካላትን ዝምልከቶም ኣካላትን ምስ’ቲ
ብኻልእ ኣዘራርባ ምልባም፡ ምብሳል፡ ኩሉ ማሕበራዊ ንጥፈታት ሕብረተ- ሕብረተሰብ ብምዃን ክሰርሑ እዋናዊ
ብጽሕና፡ ቅሩብነት ወይ ድሉውነት ሰብ ናራ ኰይኑ ክሳብ ሎሚ ዓመት ይገብሮ።
ና ን ሜላ ህይወት
ፍ ል ስፍ
ልቦ ናን ምሉእብርሃን ሃብተገብርኤል ክዓይዎ ይኽእሉ። ‘እዚ እውን ይከኣል
እዩ።’ ወይ ‘እዚ እውን ብዓወት ክስገር
15 ክፋል እዩ።’ ዝብል ዓሚቝ እምንቶ ስለ ዘለዎም፡
ቀጻሊ ኣብ መሳልል ዓወት ክሓዅሩ
ሸራፋት ኰይኑ እዩ ዝተርፍ።” ኢሉ ነይሩ ይረኣዩ። ዘይከኣል ዝመስለና፡ ብሰሪ ኣብ
“ባዕልና ዝሓንጸጽናዮ እንተ ዘይኰይኑ፡ እዩ። ኣእምሮና እንሕንጽጾ ገደብ ጥራይ እዩ።
ኣብ ኣእምሮና ገደብ ዝበሃል የለን።” - እንታይነት ነገራት ብጸቢብ ኣተሓሳስባና ሓይሊ ክፈጥር ብዛዕባ ዝኽእል ኵነታት
ናፖልዮን ሂል ክንርድኦም ካብ ምፍታን ወይ ብትኽክል ምፍላጥን ምዝራብን ሓደ ጕዳይ እዩ።
“ዕዉታት ሰባት ዝበሃሉ፡ እቶም ካብ ብዛዕባ ዘይንፈልጦ ቅድሚ ገደብ ካብ ተመኵሮኻ ምቕባልን ናብ ተግባር
መስመሮም ነቕ ከይበሉ ኣብ ሸቶኦም ምቕማጥና፡ ስለምንታይ ንዓናን ንኻልኦትን ምቕያርን ከኣ፡ ካልእ ጕዳይ እዩ። ኣብ
ዝበጽሑ እዮም።” - ኣንድሩ ካርነጊ ብዘማእክለ ኵነታት ዘይንጥምቶ? ነዚ ብልሒ መላጸ ምምራሽ፡ ነዚ እዩ ዘዘኻኽር።
ብዕዉት ኣገባብ ቅድሚ ምትግባርና፡ እቲ እምንቶኻ ኣሐይልካ፡ ‘እዚ እውን ይከኣል
ውሽጣዊ ግንዛበናን ብዛዕባ ሓደ ፍታሕ ንናይ ምዝካር ብቕዓትካ ክብ እዩ’ ክትብል ምስ ጀመርካ፡ ሓድሽ ህይወት
ኣጋጣሚ ዘለና ርድኢትን ናይቲ ክስተት ምባል የድሊ። እዚ ድማ፡ ንሓደ ሰብ እዩ ኣብ ቅድሜኻ ዝጸንሓካ።
ቅኑዕ መግለጺ ወይ እንታይነት ዘይኰነ፡ ብልዑል መጠን ናብቲ ቕኑዕ ኵነታት ሓደ ስጕምቲ ንቕድሚት ብዝኸድናዮ
ውልቃዊ ናይ ምርዳእ ብቕዓትና እዩ። ከብጽሕ ብዘኽእል ናብ ናይ ግንዛበ ፈጠራ መጠን፡ ርእሰ ተኣማንነትና ብእኡ መጠን
ናይ ሓደ ሰብ ነገራት ክርዳእ ዝኽእል ከም ምእታው ማለት እዩ። እዩ ክብ ዝብል። ኵሉ ግዜ ክንዝንግዖ
ክፋል ኣእምሮ፡ ንዝለኣኽሉ መልእኽቲ ኣብ ዝዀነ ተመኵሮ ህይወት ኣድህቦ ዘይብልና፡ ብርክት ዝበሉ መንገዲ ዓወት
ሓዘል ምልክታት ንዅሎም ክጥቀመሎም እንገብረሎም ሓያሎ ነገራት ክህልዉ ከም ዘለዉ እዮም። እቲ ሓደ መንገዲ
ኣይክእልን እዩ። ካብቲ ኣብ ኣጻብዕትና ይኽእሉ እዮም። ዋላ እቲ ኣዝዩ ዕዉት ምስ ዝዕጸወና፡ ረሽሽ ኢሉና ረፈጥ ክንብል
ዑደት ዝፍጸም ደም ክሳብ ናብ እዝንና ሰብ እውን እንተዀነ፡ ዘይከውን ነገር ኣይኰነን ዘለና። ኣብ ክንድኡ፡ መንገድና ኣለና። እቲ መንጽር ኣመለኻኽታና ውድቀት ምዃኑ ዋላ ሓንቲ ዘጠራጥር
ዝኣቱ መልእኽቲ ድምጺ ኣብ ዘሎ ሰፊሕ እናሓሰበ ናብ ምቝጣዕ፡ ምድኻምን ጓህን ቐይርና ተወሳኺ ዓወት ንኽንጭብጥ ወይ ኣተሓሳስባና ብዛዕባ ኣከባቢና ዘለና የብሉን።
ፍልልይ፡ ነቶም ኣእላፍ ስምዒታት እንተ ክሽመም ይኽእል ወይ ኣብ ዕምሩ ምሉእ ላዕልን ታሕትን ክንብል ይግባእ። ርድኢት ቅርጺ ከም ዝሕዝ ይገብሮ። ኣብ ኣገዳሲ ኵነታት ክንኣቱ ከም ዘለና
እንጥቀመሎም፡ ምናልባት ኣእምሮና ካብ ናብ ዝውጥጦ ኣሉታዊ ጕዳይ ከድህብ ንዝደለናዮ ሓድሽ ነገር ንኽንረክብ ካብ እንፈልጦም ሰባት፡ ካብ እነንብቦም ጽቡቕ ኣብነት ዝዀነና፡ ናይ ካርል ዋሌንዳ
ጥቕሚ ወጻኢ ምዀነ። ክንዲ ዝዀነ፡ ይኽእል። ሓደ ነገር ዋላ ምሒር ኣሰንባዲ ንዅነታት ክንትርጕምን ስእለ ኣእምሮ መጽሓፍቲ፡ ካብ እንርእዮም ፊልምታትን ናይ በረራ ታሪኽ እዩ። ዋሌንዳ ናይ
ኣእምሮና ንዝቐርብሉ ሓበሬታታት ኣጻርዩ፡ እንተዀነ፡ ንዓና ብዝጠቅም መልክዑ ክንፈጥርን እንከለና፡ ነቲ ዝደለናዮ ጕዳይ መደባት ቴለቪዥንን፡ … ተበጊስና ብዛዕባ ምውዳቕ ኣጋጣሚ ከም ዘሎ ኣብ ግምት
ዘድልዮዎ ጥራይ መሪጹ’ዩ ዝወስድ። ክንርደኦ ወይ ክንትርጕሞ ንኽእል ኢና። ንኽንጭብጥ ስጕምቲ ክንወስድ ክንጅምር ዓለም ገለ ኣመለኻኽታ ከነማዕብልን ኣብዛ ከየእተወ፡ ኣብ ኣየር ብዕዉት ኣገባብ
እዚ ናይ ምጽራይ መስርሕ ከም ዕዉታት ሰባት ናብ ኣብ ዘይንቕነቕ ይግባእ። እዚ ክንገብር ዘይምኽኣል ማለት ዓለም ክዀኑ ዝኽእሉ ነገራት ከነለልን ይበርር ነይሩ። ውድቀት ንዕኡ ዘይሕሰብ
ዘረድኣና፡ ኣመና ሰፊሕ ዝዀነ ናይ መሰረት ዝቘመ ውጽኢት ክሓዅሩ ነቲ ክንረኽቦ እንደሊ ጕዳይ ክንረክብ ንኽእል። ነገር ነይሩ። ኣብ ከምዚ ኵነታት እንከሎ፡
ግንዛበ ፍልልይ ከም ዘለና እዩ። ክልተ ኣይጽገሙን እዮም። እዚ ኣብ መንጎ ፈተነ ዘይምግባር እዩ ዝቝጸር። ብድኹም ኣሰር ኣርኣያ ዝዀኑና ሰባት ንምስዓብ ውድቀት ከጋጥሞ ሒደት ዓመታት ምስ
ሰባት ንሓደ ሓደጋ ትራፊክ ርእዮም፡ ዕዉታትን ዘይዕዉታትን ሰባት ዝንጸባረቕ ሕልናን ብዘይምሉእ ልብን ወይ ብዘይሰኸነ ዘድልየና ምሳና ዝሰማማዕ ስጕምቲ ተረፎ፡ ውድቀት ከም ዘጋጥሞ ኣመትቲ
ዝተፈላለዩ መግለጺታት ክህቡ ይኽእሉ። ፍልልይዶ ኣይኰነን? ነቲ ኣብ ዝሓለፉ ሓሳባት እንወስዶ ስጕምቲ፡ ኣብ መንገዲ ንምውሳድ፡ ንዓኣቶም ናይ ዓወት ነገራት ከም ዝረኣየ፡ ንበዓልቲ ቤቱ ክነግራ
እቲ ሓደ ብዓይኑ ንዝርእዮ ልዑል ክፋላት ዝጠቐስናዮ ሚስተር ዳብልዩ ዓወት ክንሕበብ ዝሕለም ኣይኰነን። ኣመለኻኽታ ንኽፈጥሩ ዝገበሮም ፍሉይ ጀሚሩ። ውድቀት ከም ዘጋጥሞ ንፈለማ
ኣተኵሮ ዝህብ ክኸውን እንከሎ፡ እቲ ሚቸል እስከ ንዘክሮ። ኣብ ህይወቱ ሰባት እናሳዕስዑ ወይ እናጣቕዑ እምንቶኦም ፈሊና ክንፈልጦ ይግባእ። ግዜ ኣብ ኣእምሮኡ ክስእልን ክዛረብን
ኻልእ ብእዝኑ ንዝሰምዖ ልዑል ኣተኵሮ ዘጋጠሞ ክስተት ኣዝዩ ዘስካሕክሕ ነይሩ። እንከለዉ ኣብ ስእለ ኣእምሮኻ ኣቐሚጥካ ብዛዕባ ዓለም ዘለዎም ኣመለኻኽታን ምስ ጀመረ፡ ድሕሪ ሰለስተ ወርሒ ካብ
ዝህብ ክኸውን ይኽእል። ክልቲኦም ሰባት ይዅን እምበር፡ ንዝዓበየ ዓወት ዘብቅዖ እቲ ባህታ ንገዛእ ርእስኻ ክትፈጥር እንተ ተመኵሮን ብናቶም መንገዲ ብኸመይ ሰማይ ወዲቑ - ተቐዚፉ።
ንነገራት ብዝተፈላለዩ ኵርንዓት እዮም ንሱ ነቲ ክስተት ዝሃቦ ትርጕም እዩ። ክንዲ ሃቂንካ፡ ብድሕሪ’ዚ ናብ መንገዲ ዓወት ከም ዝርድእዎ ብትኽክል ክንፈልጦ ገለ ሰባት ካርል ዋሌንዳ ሕማቕ
ዝርእይዎም። ዝዀነ፡ ዝዀነ ሰብ ብተፈጥሮኡ ሕማቕ እትጅምሮ ስጕምቲ ይቃለለልካ እዩ። ይግባእ። ንሳቶም ኣብ ኣእምሮኦም ስምዒት ሓዲሩዎ ከም ዝነበረ ዝዛረቡ
ብተወሳኺ፡ መስርሕ ግንዛበኦም ወይ ንፉዕ ዝበሃል የለን። ንነፍሲ ወከፍ ንገዛእ ርእስኻ ምሉእ ጥዕናን ሓጐስን እንታይ እዮም ዝቐርጹ? እንታይ እዮምከ ኣለዉ። ኣብቲ ውጽኢት ንኽበጽሕ
ንኽጅምሩ ዝተፈላለየ ኣካላዊ ምንቅስቓስ ክስተት እንህቦ ዋጋን ትርጕምን ጠቓምን ከም ዘለዋ ብምቝጻር፡ “እወ ነዚ ጕዳይ ዝዛረቡ? እንታይ ይስምዖም? ምስኦም ዘብቅዖን ንውድቀቱ ምልክት ዝዀኖን
እዮም ዝገብሩ። እቲ ሓደ ነቲ ሓበሬታ ጐዳእን ከም ዝገብሮ ንገንዘብ። ናብ ብትኽክል ክገብሮ እኽእል እየ!” ኢልካ ተመሳሰልቲ ዝዀኑ መልእኽትታት ናብ ምልክትን ግንዝበን ካብ ፈለማኡ ኣብ
ሚእቲ ካብ ሚእቲ ብዓይኑ ርእዩ ግንዛበ እወታዊ ኵነታት ከእቱ ዘኽእል ትርጕም ብምሉእ ርእሰ ተኣማንነት ተንቀሳቐስ። ካብ እንታይነትና ከነመሓላልፍ እንተ ኽኢልና፡ ኣእምሮኡ ዝፈጠሮ ንሱ ባዕሉ እዩ ዝብል
ክወስድ እንከሎ፡ እቲ ኻልእ ሰብ እኹል ክንህብ ንኽእል ኢና። ብመንጽሩ፡ ናብ ኣእምሮኻ ዝምንጭዉ መልእኽትታት ከም ናቶም ተመሳሳሊ ዓወት ወይ ርእይቶ እውን ይስማዕ እዩ። ንኣእምሮኡ
ዝዀነ ሓበሬታ ርእየት ዘይክህልዎ ኣሉታዊ ኵነታት ከእቱ ዘኽእል ትርጕም ተጠቒምካ ንተግባራውነቱ ክትንቀሳቐስ ውጽኢት ከነመዝግብ ንኽእል። ንኻልኦት ሓድሽ መንገዲ ምስ ኣርኣዮ፡ በቲ መንገዲ
ይኽእል እዩ። ክንህብ እውን ንኽእል ኢና። ትጅምር። ሰባት ምምሳል ብሓፈሻ ክርአ እንከሎ ነዚ ተኸቲሉ መወዳእታኡ ውድቀትን ሞትን
ካልእ ሰብ ከኣ፡ ቅድሚ ሕጂ ሓደጋ ኣብቲ ግዜ እቲ ኢና እምበኣር፡ ኣብ ንጕዳያት ከም ዘይንዕወተሎም ይመስል። ኰይኑ።
ትራፊክ ስለ ዘጋጠሞ፡ በቲ ቕድሚ ሕጂ በሊሕ መላጸ ክንጐዓዝ እንኽእል። ኣብ እንተ ኣሚንና፡ ክንዕወተሎም ዝሕሰብ ኣብ ህይወት ቀዋሚ ነገር፡ ውጽኢት ኣብ ህይወትና ኣብ ሕማቕ ነገራት
ኣብ ኣእምሮኡ ዝዓቀቦ ሓበሬታ ተመርኲሱ በሊሕ መላጸ ክትጐዓዝ ምኽኣል ክንብል ኣይኰነን። ዅነታት ከም እንዕወተሎም ምምዝጋብ ወይ ሓድሽ ነገር ምፍጣር እዩ። ጥራይ ነተኵር እንተ ደኣ ዄንና እሞ፡
ፍርዲ ክህብ ይደናደን ይኸውን። ዝዀነ እንከለና፡ ናይ ገዛእ ርእስና ሓይልን ገይርና እንተ ጠሚትናዮም ግዳ፡ ናብ እንታይ ዓይነት ውጽኢት ክትረክብ ከም ዘይደለናዮም ነገራት ወይ ጸገማት እንተ
ዀይኑ፡ ክልቲኦም ሰባት ኣብዚ ሓደ ጕዳይ ኣጋጣሚን ተጠቒምና ከምኡ’ውን፡ እወታዊ ውጽኢት ከብጽሑና ናብ እትደልን ነቲ እትሓስቦ ከተስምር እንታይ ደኣ ተፈጢሮም፡ እቶም ጸገማት ንኽፍጠሩ
ዘለዎም ርድኢት እተፈላለየ እዩ። ክንዲ ካብ ሕሉፍ ተመኵሮ እንተ ቐሲምና፡ ዝኽእሉ ሓገዝቲ ውሽጣዊ ናይ መንፈስን ክትገብር ከም ዘለካን እንተ ዘይፈሊጥካ፡ ደገፍ ዝገበርና ንሕና ባዕልና ኢና። ኣብዚ
ዝዀነ፡ ክልቲኦም ዝሰኣልዎም ትርጕማት ነቲ ኣቐዲምና ‘ከቶ ኣይንኽእሎን ኢና’ ኣመለኻኽታን ኣጋጣሚ ንፈጥር። ሒደት ግዳማውያን ጽልዋታት ከም ቤላ ክበሃል ተደልዩ ዘሎ፡ ንስኻ ኣብ ሓደ
ኣብ ኣእምሮኦም የቐምጡ እሞ፡ ኣብ እንብሎ ዝነበርና፡ ልዕሊኡ ክንሰርሕ ከም ካልእ ይትረፍ፡ ኣብ ዝሓሸ ኵነታት ዋላ ቤለው፡ መራኸቢ ብዙሓን፡ ርእይቶታት፡ እዋን ዝነበረካ ወይ ሕጂ ዘለካ ባህርይ
መጻኢ ህይወቶም ይጥቀሙሎም። እንኽእል ከነመስክር ንኽእል ኢና። ኣብ እንህልወሉ፡ ኵሉ ሻብ እንደልዮ … ኣብ ሸቶኻ ንኸይትበጽሕ ክዕንቅፉኻ ኣይኰንካን። ብዛዕባ ገዛእ ርእስና ከምዚ
ኣብ መስርሕ ጥበብ ቋንቋ ኣእምሮ፡ ምሉእ መዓልትን ለይትን ኣብ ዓራትካ ክንፈጥር ኣይንኽእልን ኢና። ይዅን ይኽእሉ እዮም። ዝኣመሰለ መጠቓለሊ ብምፍጣር፡ ኣብ
ሓደ ኣገዳሲ መምርሒ ኣእምሮ ኣሎ። ተዓዅሊልካ ብምድቃስ፡ ክሕፈስ ዝኽእል እምበር፡ ምቹእ ኵነታት ኣብ እንፈጥረሉ ህይወት ከም ውሕጅ ማይ እያ። መጻኢ ኣብ እንወስዶም ስጕምትታት
ንሱ ድማ፡ ‘ካርታ ንባዕሉ ሃገር ኣይኰነን።’ ዓወት ከም ዘየለ ኵላትና እንፈልጦ ሓቂ ግዜ ንዘለዉና ተውህቦታትን ነገራትን ህይወት ከም ውሕጅ ክትዛሪ እንከላ፡ ሓንኰልቲ ዝዀኑ እምንቶታት ክንፈጥር
ዝብል እዩ። ኣልፍረድ ኮርዚብስኪ፡ እዩ። ንዅሎም ብምልኣት እንጥቀመሎም ንስኻ ኸኣ ኣብ ውሽጢ እቲ ውሕጅ ከም ንኽእል ኢና። ባህሪና ውጽኢት ዘለናዮ
‘ሳይንስን ጥዕናን’ ኣብ ዘርእስታ ብልጽቲ ዕዉታት ሰባት ኣተሓሳስባኦም ብኸመይ ኣጋጣሚ ክንፈጥር ንኽእል ኢና። ዘለኻ ፍለጥ። በዚ ኣሰራርሓ ፈሊጥካን ኵነታት ምዃኑ፡ ህልዊ ኵነታትና ድማ
መጽሓፉ፡ “ናይ ሓደ ካርታ ኣገደስቲ ከም ዝቕየር ኣዳዕዲዖም ይፈልጡ እዮም። ብድሕሪዚ ካልእ ዝስዕብ ሕቶ ኣሎ። ነቒሕካን እንተ ደኣ ተጓዒዝካ፡ ካብቲ ካብ ግንዛበናን ኣካላዊ ምንቅስቓስናን
መስፈሪታት ብጥንቃቐ ኣብ ግንዛበ ኣቐዲሞም ንኽሰርሕዎን ዘይክሰርሕዎን ንባህርና መሰረት ብምግባር ኵነታት ውሕጅ ተጠቃሚ ክትከውን ኢኻ። ዝመንጨወ ምዃኑ ፈሊጥና፡ እዞም
ክኣትዉ ይግብኦም። ንሓደ ሃገር ዝውክል ዝኽእሉ ነገራት ንዝነበሮም ርድኢት፡ ንምፍጣር ኣካልናን ውሽጣዊ ግንዛበናን ኣንፈትካ ምስ ኣንፈት እቲ ውሕጅ ከም ኣካላውን ኣእምሮኣውን ምንቅስቓሳት
ካርታ፡ ንናይታ ሃገር ትርኢት ዘንጸባርቕ ድሕሪ ግዜ ክቕይርዎ ዓቕሚ ከም ብሓባር ዝሰርሑ እንተ ደኣ ዀይኖም፡ ዝሰማማዕ ገይርካ ከተማዓራርዮ ናትካ ጻዕሪ ኣብ ሓጺር ግዜ ክንልውጦም ንኽእል
ኣይኰነን። ሓደ ክስተት እውን፡ ንሰባት ዘለዎም ይግንዘቡ። እወ ብብልሒ መላጸ ኣብቲ እተደለየሉ ኵነት እንከለና ወሳኒ እዩ። ኢና።
ዝህቦ ትርጕም ምሉእ ብምሉእ ቅኑዕ እዩ ሓሊፎም ኣብ ጥርዚ ዓወት ክበጽሑ ከም እንፈጥሮ ፍሉይነት ወይ ፍሉይ ኵነት ኣብ ዝደለኻዮ ዓወት ንኽትበጽሕ
ክበሃል ኣጸጋሚ እዩ። ሓደ ሰብ ንሓደ ዘይእገሙ ንኣእምሮኦም ኣዐርዮም እዮም ዝውስኖ እንታይ እዩ? እቲ መልሲ፡ ኣብቲ ዘብቅዓካ ዘርኢ ኣብ ኣእምሮኻን ኣካልካን “ኣነ በሊሕ ሰብ ኣይኰንኩን። ኣነ ድምር
ክስተት ዝርደኦ ብናቱ እምንቶ፡ ግምት፡ ዘእምንዎ። ኵነት ክንኣቱ እንከለና፡ ኣእምሮና ምቹኣት እንተ ደኣ ዘይዘሪእካ፡ ኣብ ክንድኡ ጻህያይ ኵምራ ተመኵሮ እየ።” - ሪቻርድ ፉለር
ዝንባለን ኣተሓሳስባን ተመርኲሱ እዩ እዞም ሰባት ንገዛእ ርእሶም ምሉእ ዝዀኑ ኣማራጺታት ባህርያት ናይ ከም ዝበቍል ክትስሕቶ ኣይግባእን። “ኵሉ ሻብ ንገዛእ ርእሰይ ከም ዓንዲ
ንጹር ትርጕም ክህብ ዝህቅን። ኣልበርት ብምሉእ ናብቲ ዕዉት ክገብሮም ዝኽእል ምእታው ኣጋጣሚ ኣለዎ ዝብል እዩ። ንኣእምሮናን ኵነታትናን ብፍልጠትን ህይወተይ እየ ዝቘጽራ።” - መሪል
ኣይንስታይን እውን እኮ፡ “ንሓቅን ኵነታት የእትዉ እሞ፡ ካብቲ ኵነታቶም ቍጽሪ ኣማራጺታት ዝውሰን፡ ኣብ ብንቕሓትን እንተ ደኣ ዘይመሪሕና፡ ስትሪፕ
ንፍልጠትን ብዝምልከት፡ ዝዀነ ንገዛእ ተበጊሶም ነቲ ኣቐዲሞም ከም ዘይክእልዎ ዓለም ብዘለና ኣመለኻኽታ እዩ። ነፍሲ ኣከባቢና ናብ ዘይንደልዮ ኵነታት ሸለው
ርእሱ ኣልዒሉ ዝጥምት ሰብ፡ መስሓቕ ዝሓስብዎ ዝንበሩ ጕዳይ፡ ብዘደንቕ ኣገባብ ወከፍና ኣብ ዓለም ነናትና ኣመለኻኽታ ከብለና ይኽእል እዩ። ናይዚ መወዳእታ፡ ይቕጽል
ሓዳስ ኤርትራ መበል 28 ዓመት ቁ.64 14 ሕዳር 2018 - ገጽ 7
ስነ-ምግባር
ምትብባዕ እውን ስለዝሰጋገር።
ውሽጣዊ ድርኺት፡ ውሽጣዊ ዕግበት
እዩ። በዚ ድርኺት’ዚ ዝነቅልን ዝውሰድን
ተበግሶ፡ ዓወት ወይ ልዕልና ንምርግጋጽ
ስነ-ምግባር፡ ኣብ መስርሕ ምንባር ዘለዉን። ቅድሚ 1500 ዓመት ድማ፡- - ምሕዝነት ምፍጣር፡ ለጋስ ባህሪ ዘይኰነ፡ ንዓኡ ብምፍጻም ናብ ዝርከብ
እትፍጽሞም ተግባራት - ጽቡቕ ድዩ እንተርኢና፡ ስነ-ሓሳብ ስነ-ምግባር 1. ልቦና ምግባር ምውናን፡ ክብረት ምፍላጥ፡ ሓቅነትን መንፈሳውን ውሽጣውን ዕግበት ዝዓለመ
ሕማቕ ንምርዳእ ይሕግዘና። ስነ- ብሰዓብቲ ፍልስፍና ግሪኽ ብፍላይ 2. ትብዓት ብልሕን ወይ ትኩርነት የጠቓልላ። እዩ። እዚ ከኣ፡ ሸቶ ካብ ምጭባጥ ንላዕሊ
ምግባር ብዘይካ ኣብ እምነትን ባህልን ፕላቶን ኣሪስቶትልን ይምርሑ 3. ነብሰ-ግትኣት (ነብሰ-ምቁጽጻር) ከም ፕላቶ፡ ኣሪስቶትል እውን ኣብተን ዝኸይድ ናይ ምዕማም ስምዒት ዝድርኾ
ሕብተረ-ሰብ ንኻልኦት ሕቶታት እውን ነይሮም። እዞም ክልተ ፈላስፋታት 4. ፍትሒ እዮም። ዘውጽአን እሩማት ስነ-ሓሳብ፡ ሓንቲ እዩ። እዚ ዓይነት መተባብዒ፡ ውሑስን
ምኽንያታት እናፈጠረ ቅኑዕን ጌጋን ጸለውቲ ሓሳባት ስነ-ምግባር ብምምጻእ፡ ፕላቶ እታ ዝበለጸት ዝብላ ልቦና ንኹለን እትጠምር ሓሳብ ነይራቶ። ቀጻልን ብቕዓት ፍርያምነት ንምርግጋጽ፡
እናበለ ይምልስ። ገለ ስነ-ምግባራት፡ ነቶም ኣብ ናብራ ሕይወት ዘኽፍኡ ኰይና፡ ኣብ ሓቂ ጽቡቕ ዝዀነ ንሳ ድማ፡ ምስትውዓል ወይ ጽቡቕ ቀንዲ ረቛሒ እዩ።
ዝተሓላለኹ ደኣ ይምሰሉ እምበር፡ ዝነበሩ ትእዛዛት ገይሮሙሎም። እዞም ፍልጠት ክህልወና ትምህር። ልቦና ፍርዲ ምሃብ እያ። ምስትውዓል ክበሃል ብሓፈሻ ምትብባዓት፡ ደረኽቲ፡
ጉዳያት ኣብ ምፍታሕ በቲ ዝበዝሕ ሰባት ሓደስቲ ሓሳባት ብምምንጫውን ዘለዎም ሰባት ውጽኢት ጽቡቕ ሓሳባት እንከሎ፡ ንቐጻሊ ናብራ ህይወት ጽቡቕ ዕዉታትን ዝጭበጡን ክዀኑ ምእንቲ
ሰብ ዝሰማምዓሉ ሓሳብ ይርዕሙ ጽቡቕ ጠባይ ንህዝቢ ብምርዳእን ስከዝዀኑ፡ ቅኑዕ ነገር ኣብ ምትግባር ዝመርሕ ኰይኑ፡ እንታይ ዓይነት ውሳነ ቀጻሊ ክድርዑ ይግባእ። ሸቶታትካ
እዮም። ፍሉይ ባህሪ ፈጢሮም። ሰባት ድማ የድህቡ። እዞም ሰባት ነቲ ሓቀኛን ክውሰድ ከም ዘለዎ ምፍላጥ እዩ። ኣብ ቅድሜኻ ገይርካ ንግሆን ምሸትን
ስነ-ምግባር፡ ኣብ ዝዀነ ንጥፈታትን እሩም ኣካይዳን ቅኑዕ ኣተሓሳስባን ኣገዳስን ዝዀነ ነገራት፡ ምስ ገዛእ ኣሪስቶትል ከስተምህር እንከሎ፡ ምንባቦም ወሳኒ ግደ ኣለዎ። ኣፍልጦን
ስራሕን፡ ሰባት ሓሳባዊ ዝዀነ ትእዛዝ ንኸጥርዩ ሓጊዞሞም። ርእሶም የወሃህድዎ። እዚ ውህደት’ዚ ጽቡቕ ናብራ ህይወት ከመይ ከም ሓላፍነትን ምሃብ ድማ ኣዝዮም ደረኽቲ
ዘተኣታትዉሉ ዲስፕሊን ዝሕሉ ፕላቶ፡ ካብቶም ናይ ጥንቲ ፈላስፋ ከኣ መሰረት ኩሉ ፍትሒ ይኸውን። ዝመስል የብርህ። ምስ ሰባት ሕዉስ ረቛሒታት እዮም። ኣፍልጦ፡ ኣድናቖት
ኣቃውማ እዩ። ኰይኑ፡ በቶም ኣርባዕተ ኣደብ ዘግብሩ ፕላቶ ኣብ ሓሳቡ፡ “ፍትሒ ዘለዎም ምዃን፡ ፍትሓዊ ምዃን፡ ኣብ ጉዳያት ምሃብ፡ ብኽብረትን መዓርግን ምሓዝ፡ ናይ
ሰባት ካብ ጥንቲ ጀሚሮም ብስነ- ሓሳባት ይፍለጥ። እቶም ኣብ ስነ- ሰባት ኣደብን ስነ-ምግባርን ንኽህልዎም ሕብረተ-ሰብ ምስታፍ ናብኡ ዝመርሑ ዋንነት ስምዒት ምሕዳር ክኸውን እንከሎ፡
ምግባር ተቐይዶም እዮም ናብራኦም ምግባር ክኣትዉ ዝወጠኖም ሓሳባት እውን ይጽዕሩ እዮም” ይብል። ግዳ ምዃኖም ይገልጽ። እዚ ይኹን’ምበር፡ ሓላፍነት ድማ ንሰብ ናይ ብጽሒትን
ክመርሑ ጸኒሖምን ንጹህን ጽፉፍን ዝዀነ መምርሒ ኣሪስቶትል ከም ፕላቶ ሰባት ኣብ ዋንነትን ስምዒት ይህብ። በዚ ድማ፡ እቲ
ክነግር ኣይከኣለን። ንሱ መዓልታዊ ናብርኦም ንዝጥቀሙሎም፡ ሰብ ክፋል ናይቲ ዝዓበየ ምስሊ ይኸውን።
ኣብ ክንዳኡ ብዛዕባ ኣየኖት’ዮም ቅኑዓት ኣየኖት ከኣ ሓላፍነት ዘይምህላው ዘይምትብባዕ እዩ።
ህይወትን ሞትን ሓደ ጌጋታት ፈላልዩ ኣይገለጾምን። ንሱ ኣፍልጦ ምርካብ ደጋዊ እዩ። ምኽንያቱ፡
ሰብ እተረድእ ሰባት ብናይ ገዛእ-ርእሶም ኣእምሮ ካብ ደገ እዩ ዝምንጩ። ሓላፍነት ግና
መጽሓፍ እቲ ቅኑዕ ባህሪ ባዕሎም ኣለልዮም ውሽጣዊ እዩ። ካብ ውሽጢ ስለዝምንጩ።
እ ዩ ክጥቀሙሉ ይመክር ነይሩ። ገንዘባዊ ሽልማት ግዝያውን ንሓጺር ግዜን
ገዲፉልና። ድሕሪ ጥንታዊ ፍልስፍና ስነ-ምግባር፡ እዩ። ኣብ ነዊሕ ግዜ ዕግበት ኣይህብን።
ኣሪስቶትል ምስ ምዕባለ ዘመናዊ ስነ-ምግባር እውን ብኣንጻሩ ሓደ ነገር ተተግቢሩ ክትርኢ
ፍ ሉ ጥ ተኣታትዩ እዩ። ጥንታውን ዘመናውን እንከለኻ፡ ባዕሉ ናይ ስምዒት ዕግበት
ተመሃራይ ፕላቶ ፍልስፍና፡ ስነ-ምግባር ሃናጺ ሓሳባት ይፈጥረልካ። ሓሳባትካ ክትግበሩ ምርኣይ
ዝነበረ ኰይኑ፡ ብምምጻእ ንሰባት ቀይሮሞም እዮም። ንመንፈስካ ዝመልእ፡ ኣካል ክቡር
ከም መምህሩ ጥንታውያን ስነ-ሓሳብ፡ ጸገማት ኣብ ሰራሕተኛ ምዃንካ ዘረጋግጽ እዩ። ግቡእ
ዝመሳሰል - ግን ከኣ ዝገጥሙና እዋን እንምርሓሎም ስነ- ተግባር ምዕያይ ንባዕሉ ደራኺ ብልጫ
ዝያዳ ዝተሓላለኸ ምግባራውያን ሕግታት ኣየዳለዉን። ኣለዎ። ትካል ብሰራሕተኛ ዝቐውም
ስነ-ሓሳብ ነይርዎ። ዘመናውያን ግን፡ እንምርሓሎም ስነ- ክሳብ ዝዀነ፡ ሰራሕተኛ ዋንነት ተሰሚዕዎ
ኣሪስቶትል ምስተን ኣርባዕተ ምግባራውያን ሕግታት ከዳልዉ ንስራሕ ክወፍርን ኣብ ቦታ ስራሕ
እሩማት ስነ-ሓሳብ ዝሰማማዕ’ኳ ክኢሎም እዮም። ጥንታውያን ስነ- ግዚኡ ብግቡእ ክጥቀመሉን ዘኽእል
እንተዀነ፡ ንነገራት ምቅላልን ምንእኣስን ምግባር ተራ ናብራ ስነ-ሓሳብ እዩ ሓይሊ እንተሎ፡ ምትብባዕ ጥራይ እዩ።
ግና ይጸልእ ነይሩ። ናይ ገዛእ-ርእሱ ነይርዎም። ዘመናውያን ግን፡ ኣብ ስለ’ዚ ድማ እዩ፡ ግዳማውን ውሽጣውን
ሓደስቲ ፍሉያት ባህርታት ድማ ህይወት ብደቂቕ ንዘገራጭዉ እውን ምትብባዕ - ኣብ ህይወትና ኣገዳሲ ነጥበ-
ኣቕሪቡ። እተን ዝወሰኸን ባህርያት፡ ክምርምርዎም ክኢሎም እዮም። መቐይሮ ዝሰርሕ።
ሓዳስ ኤርትራ መበል 28 ዓመት ቁ.64 14 ሕዳር 2018 - ገጽ 8
ማሕበራዊ ዕብየት
ንውሑስ ስራሕን ማሕበራዊ ድሕነትን
ዕዮ ብምትሕብባር ሚኒስትሪ ዕዮን ማሕበራዊ ድሕነትን ዝዳሎ ዓምዲ ማሕበራዊ ድሕነት
ራሄል መሓሪ 4. ቤቴኤል መሓሪ 5. ናትናኤል መሓሪ 6. ቤት ፍርዲ ሸሪዓ ዞባ ማእከል ዑስማን ሓምድ እድሪስ፡ ስም ኣደይ ፋጥና መሓመድ
ስለዝሞተ፡ ኣብ ዝንቀሳቐስ ይኹን ዘይንቀሳቐስ ንብረት፡
ኣነ ጥራይ ወራሲ ምዃነይ ይረጋገጸለይ ስለዝበለ፣ ዝቃወም
ዩኤል መሓሪ ብናይ ገንዘብ ክሲ ኣቕሪባትሎም ኣድራሽኦም ከሳሲት ራሓማ መሓመድ ኢብራሂም፡ ተኸሳሲ ዓብዱ ዓሊ ምባል ተሪፋ፡ ፋጥና መሓመድ እስማዒል ተባሂሉ
እንተሎ፡ ን6/12/18 ኣብ ቤ/ፍ ይቕረብ።
ስለዘይተፈልጠ ይጸውዑለይ ስለዝበለት፣ ባዕሎም ወይ ዑስማን ቕስም በዓልቲ-ቤትካ ኣብ ቤ/ፍ/ሸሪዓ ክሲ ይተኣረመለይ ስለዝበለ፣ ዝቃወም እንተሎ፡ ን7/12/18 ኣብ
ወኪሎም፡ ን4/12/18 ኣብ 1ይ ቤ/ፍ 1ይ መጋባእያ ኣቕሪባትልካ ስለዘላ፣ ባዕልኻ ወይ ሕጋዊ ንዓኻ ዝውክል ቤ/ፍ ይቕረብ። ቤት ፍርዲ ዞባ ተሰነይ
ይቕረቡ። እንተዘይቀሪቦም ኣብዘየለውሉ ክረአ ምዃኑ ቤ/ፍ ሰብ፡ ን12/12/18 ኣብ ቤ/ፍ ቅረብ። እንተዘይቀሪብኩም
የፍልጥ። ቤ/ፍ ነቲ ጉዳይ ኣብዘየለኹምሉ ክርእዮን ውሳነ ክህበሉን ኮማዊ ቤት ፍርዲ ወ/ሮ ኣድያም ናይዝጊ ተፈሪ፡ ስም ወላዲተይ ናድያ
ይሕደጎ ካሕሳይ ምባል ተሪፋ፡ ትብለጽ ይሕደጎ ካሕሳይ
ኮማዊ ቤት ፍርዲ ዕዳጋሓሙስ ምዃኑ ነፍልጥ። ምምሕዳር ከባቢ 03 ከረን ተባሂሉ ይተኣረመለይ ስለዝበላ፣ ዝቃወም እንተሎ፡
ወ/ሮ ኤደን ሰለሙን ኣብርሃ፡ በዓል-ቤተይ ኣቶ ፍስሃየ ኮማዊ ቤት ፍርዲ ሕምብርቲ ፍረወይኒ ዑቕባማርያም እያሱ፡ ኣቦና ዑቕባማርያም
እያሱ ሓምድ ስለዝሞተ፡ ኣደና ወ/ሮ ስኒት ፊደል ናይ
ን27/11/18 ኣብ ቤ/ፍ ይቕረብ።
ገብረንጉስ ወልደገርግሽ ስለዝሞተ፡ ንዓይ ናይ መጻምዲ ወ/ሮ ለተኺዳን ተስፋይ ዑቕባዝጊ፡ በዓል-ቤተይ ፍስሃየ መጻምዲ መሰላ ይተሓለወላ፡ ንሕና 5 ደቁ ድማ ወረስቲ ኮማዊ ቤት ፍርዲ ኦምሓጀር
ምዃንና ይረጋገጸልና ስለዝበለት፣ ዝቃወም እንተሎ፡ ወ/ሮ ታሕጓስ ፍስሓጼን ገብረ፡ በዓል-ቤተይ ኣቶ
ን10/12/18 ኣብ ቤ/ፍ ይቕረብ። ፍሻለ መኮነን ወልዳይ ስለዝተሰውአ፡ ኣነ ምስ 6 ደቀይ
ወረስቲ ምዃንና ይረጋገጸልና ስለዝበላ፣ ዝቃወም እንተሎ፡
ቤት ፍርዲ ሸሪዓ ከረን ን5/12/18 ኣብ ቤ/ፍ ይቕረብ።
ጀማለዲን ኣጠይብ ዓብደላ፡ “ስም ናይ ሓደ ካብ
ወረስቲ፡ ማለት ናይ ኣጠይብ ዓብደላ” ኣብቲ ብቑጽሪ ኮማዊ ቤት ፍርዲ ጎልጅ
ፋይል 1993/78 ዝተሰነደ መረጋገጺ ውርሲ፡ ምስቶም ወ/ሮ ፍዮሪ መዘንጊዕ ሞባጼዮን ምስ ተኸሳሲ ዜናዊ
ተጠቒሶም ዘለዉ መዋርስቱ ይጠቐሰለይ ስለዝበለ፣ ዝቃወም ዑቕባይ ገረየሱስ ብሕጋዊ መንገዲ ተመርዒና። ካብ 2010
እንተሎ፡ ኣብ ውሽጢ ሓደ ወርሒ ኣብ ቤ/ፍ ተቓውሞኡ ጀሚሩ ደሃይ ስለዘይብሉ ብፍትሕ ክንፈላለ ስለዝበላ፣
ብጽሑፍ የቕርብ። ዝቃወም እንተሎ፡ ን30/11/18 ኣብ ቤ/ፍ ይቕረብ።
ምልክታ
ኣነ ኣልማዝ ገብረትንሳኤ +2 ዝተብሃልኩ፡ ነቲ ከተማ ኣስመራ ዞባ 2 ምም. 05 (ምም/ን/ዞባ ገዛ-
ባንዳ) ኣዲስ ኣለም ፕሎት 93 ፓርሰል H ዝርከብ ኣብ ሚኒስትሪ መሬትን ማይን ኣከባብን ቤ/ጽ
ካዳስተር ብንብረት መዝገብ ቁጽሪ 49150 ብጠቕላላ ቁጽሪ መዝገብ 79964 ብስም ወላዲና ነፍ/
ገብረትንሳኤ ተድላ ነማርያም እተመዝገበ ዘይቀሳቐስ ንብረት ገዛ፡ ወላዲና ነፍ/ገብረትንሳኤ ተድላ
ነማርያም ብሂወት ኣብ ዝነበረሉ ግዜ፡ ብዕለት 06/11/2003 ነዚ ተጠቃሲ ገዛ ብለበዋ ስለ ዝገደፈልና፡
ለበዋ ድማ ቤት ፍርዲ ዞባ ማእከል ብቑጽሪ መዝገብ 4347/06 ብዕለት 28/11/2006 ብዘጽደቐልና
መሰረት፡ እቲ ናትና ብጽሒትና ስም ዋንነት ናብ ስምና ከነመሓላልፎ ስለዝደለና፣ ዝቃወም እንተሎ፡
እዚ ምልክታ እዚ ኣብ ጋዜጣ ካብ ዝወጸሉ ጀሚሩ፡ ኣብ ውሽጢ ሓደ ወርሒ ካብ ዝምልከቶ ቤት
ፍርዲ መአገዲ ናብ ቤት ጽሕፈት ፓብሊክ ኖታሪን ቤ/ጽ ካዳስተርን የቕርብ።
ኣልማዝ ገብረትንሳኤ + 2
ብስም ምሕረት ተኽለሰንበት ዘምህረት ዝተመዝገበ፡ ብ ቁ.ፍ.ዋኒን ASL00034728 ዝኾነ፡ ኣብ
ዞባ ማእከል ን/ዞባ በሪኽ ጎደና ጻዕዳ ክርስትያን ቁ.ገዛ - ዝርከብ ናይ ኣቕሑት ኤለክትሪክ መሸጥን
መዕረይን ትካለይ፡ ንወ/ሮ ፍቓዱ ቐላቲ ተማኑ ካብ ዕለት 01/01/2018 ክሳብ ዕለት 30/06/2018
ኣካርየዮ ስለዘለኹ፡ ዝቃወም ምስ ዝህሉ፡ እዚ ምልክታ እዚ ካብ ዝወጸሉ ዕለት ኣብ ውሽጢ ሰላሳ
መዓልቲ ስልጣን ንዘለዎ ቤት ፍርዲ ተቓውሞኡ የቕርብ። እንተዘይኮይኑ ዝቃወም ኣካል ከምዘየለ
ተቖጺሩ እቲ ናይ ክራይ ውዕል ሕጋዊ ምዝገባ ከምዝፍጸመሉ አፍልጥ።
ምሕረት ተኽለሰንበት ዘምሕረት
ሕጋዊ ወኪል፡ ሚካኤል መሓሪ
ምሕረት ተወልደ ፍስሃ ዝተብሃልኩ፡ ካብ ነብያት ፍረዝጊ ቀለታ ዝዓደግክዎ መንበሪ ገዛ፡ ኣብ
ኣስመራ ን/ዞባ ገጀረት ፕሎት 3 ፓርሰል P1 ጎደና 176-1 ስፍሓት 262.08 ት/ሜ ዝኾነ፡ ዋንነቱ
ኣብ ቤ/ጽ ካዳስተር ብናይ ሕጂ ብ/ቁ/ንብረት 1BRASM014457/0 ብስማ ዝተመዝገበ ገዛ፡ ናብ
ስመይ ከመሓላልፎ ስለዝደለኹ፣ ዝቃወም እንተሎ፡ ካብ ዝምልከቶ ቤት ፍርዲ መአገዲ ሒዙ፡ ኣብ
ንኻልኣይ ግዜ ዝወጸ ሓራጅ ውሽጢ 30 መዓልቲ ኣብ ቤት ጽሕፈት ኖታዮን ቤ/ጽ ካዳስተር ይቕረብ።
ምሕረት ተወልደ ፍስሃ
ኣብ መንጎ ብፍርዲ በዓል መሰል ወረ/ነፍ ዳኒኤል ሃይለን ወረ/ነፍ ነጋ ሃይለን ብዝተፈጥረ ናይ
ገንዘብ ክርክር፡ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ናይ ገዛ መኪና ቁ/ሰሌዳ ER-1-C-4177 ሞዴል 1989 ዓ/ም ሕሩይ ይሕደጐ ኣቡን +3 ዝተብሃልኩ፡ ነቲ ከተማ ኣስመራ ዞባ 9 ምም.08 (ምም/ን/ዞባ 4 ኣስመራ)
ዝኾነት ብሓራጅ ክትሽየጥ ብዝኣዘዞ መሰረት፡ ብዕለት 26/7/2018 ዝተኣወጀ ሓራጅ እኹላት ጐደና ሓረ ነበር ሓድሽ ጐደና እምባጠቐራ ዝርከብ ኣብ ኮምሽን ኣባይቲ ብቑጽሪ ምስክር ወረቐት
114497 መወከሲ 13560/08/136361 ብስም ኣባሓጐናን ዓባይና ማለት ነፍ/ኣቡን ወልደገርግስን
ተወዳደርቲ ስለዘይተረኽቡ፡ ስለ ዘይተኻየደ፡ ናይ ቀዳማይ ሓራጅ ብፍርቂ ዋጋ ማለት 82,500
ወ/ሮ ማኢል ወልደ ወልደጊዮርጊስን እተመዝገበ ዘይንቀሳቐስ ንብረት ገዛ፡ ዓባይና ወ/ሮ ማኢል
ናቕፋ መበገሲ ጌሩ፡ ኣብ ዝግበር 2ይ ሓራጅ ክሳተፍ ዝደሊ ናይቲ ንመወዳደሪ ዝረቑሖ መጠን
ወልደጊዮርጊስ ብዕለት 07/06/2016 ነዚ ተጠቃሲ ገዛ ነቲ ናተን ብጽሒት ኣብ ቤት ፍርዲ ዞባ
ገንዘብ ብቑጽርን ብኣሃዝን ብምጽሓፍ ብዕሹግ ሰታሪት ኣብ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ቁ/62 ኣብ ማእከል ቀሪበን ብውዕል ቁጽሪ መዝገብ 166/2016 ብዕለት 10/06/2016 ዝተመዝገበ ዝሃበና
ዝተዳለወ ሳጹን ቅድሚ ዕለት ሓራጅ ዘሎ 5 ናይ ስራሕ መዓልታት ብምምጻእ የእቱ። ኣብ ዕለት ውህብቶ፡ እቲ ናትና ብጽሒትና ስም ዋንነት ናብ ስምና ከነመሓላልፎ ስለዝደለና፣ ዝቃወም እንተሎ፡
ሓራጅ ¼ ናይቲ ብ2ይ ሓራጅ መበገሲ ዝኾነ ዋጋ ዝሓዘ ቡክ ባንክ ወይ ብስም ፈጻሚ ፍርዲ እዚ ምልክታ እዚ ኣብ ጋዜጣ ካብ ዝወጸሉ ጀሚሩ፡ ኣብ ውሽጢ ሓደ ወርሒ ካብ ዝምልከቶ ቤት
ሲ/ፒ/ኦ ኣስሪሑ ባዕሉ ወይ ብሕጋዊ ወኪሉ ብምቕራብ ክወዳደር ይኽእል። ፍርዲ መአገዲ ናብ ቤት ጽሕፈት ፓብሊክ ኖታሪን ቤ/ጽ ካዳስተርን የቕርብ።
ዕለት ሓራጅ፦ 29/11/2018 ሕሩይ ይሕደጎ ኣቡን +3
ሰዓት ሓራጅ፦ 3፡00 - 4፡00 ድ/ቀ
ቦታ ሓራጅ፦ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ቁ/27 (ገበን መጋባእያ) ወ/ሮ ህድኣት ኣብርሃ ተስፋማርያም ዝተፈቕደለን ናይ መሸጢ መድሃኒት ንግዳዊ ትካለን “ጆን
ዓሊ ቤት መድሃኒት ገጠር” (JOHN ALI RETAIL PHARMACEUTICAL PRODUCTS
ተወሳኺ ሓበሬታ ዝደሊ ኣብ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ቁ/65 ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓታት ብምምጻእ (RDV)) ተባሂሉ ክስየመለን ስለዝሓተታ፡ እዚ ናይ ንግዲ ስም ቅድሚ ምምዝጋብና፡ ዝቃወም ኣካል
ክሓትት ይኽእል። ነዚ ሓራጅ ዝቃወም እንተሎ፡ ካብ ዝምልከቶ ቤት ፍርዲ መአገዲ የቕርብ። እንተሎ፡ ኣብ ውሽጢ ሓደ ወርሒ ካብ ሕጋዊ ቤት ፍርዲ መአገዲ የቕርብ። እንተዘይኮይኑ ዝቃወም
መአገዲ እንተዘይኣቕሪቡ ሓራጅ ደው ኣይብልን። ኣካል ከምዘየለ ተቖጺሩ እዚ ናይ ንግዲ ስም ከምንምዝግቦ ነፍልጥ።
ቤ/ጽ ዋ/ፈ/ፍርዲ ክፍሊ ውሽጣዊ ንግዲ
ሓዳስ ኤርትራ መበል 28 ዓመት ቁ.64 14 ሕዳር 2018 - ገጽ 11
Qualification
• 12th Grade Complete
Knowledge and experience
• 1 Year Laboratory or Sampling related Experience advantageous
VACANCY ANNOUCEMENT Technical Skills. Behavioral skills
o Computer Literacy ( MS Office Communication Skill (English
Bisha Mining Share Company is looking applicants for the following positions for – Basic ) advantage, Local Language)
Bisha Site Project:- o Knowledge of Health and Interpersonal Relations Skill
Safety policies, procedures and
1. Position:- RC Drill Assistant
processes.
Number required :- (05)
Department : Mining Stream – Technical Services o Operating laboratory equipment Cultural Diversity awareness
Primary Purpose: advantageous
• To provide assistance to the RC Drill Offsider and RC Driller to safely o Physically Fit , Work in High Deadline driven
perform all aspects of the drilling process and assist in management of all noise area
consumables. o Technical Knowledge on
Equipment advantageous
Major Duties and responsibilities:-
Drill Operation General Information and other requirements:
• Provide assistance to RC Drilling Offsider in sample collections Place of Work: Bisha.
• Assist in maintaining adequate supplies of drill rig consumables Salary: As per Company salary scale.
• Assist in completing daily pre-start check sheets to be recorded and filed Contract Type: Indefinite Period
on specified equipment. Additional requirement for Nationals:
• Assist with basic rig maintenance when asked. Having fulfilled his/her National Service obligation and provide evidence of
• Provide assistance to the RC offsider in drilling activities. release paper from the Ministry of Defense.
• Assist with maintenance requests forwarded to the maintenance Present clearance paper from current/last employer.
department. Testimonial documents to be attached (CV, work experience credentials, a copy of
• Maximize the useful life of tools and equipment through proper use, care your National Identity Card etc.).
and maintenance. Only shortlisted applicants would be considered as potential candidates for an
Health and Safety interview.
• Ensure that the work area is safe and participate in safe work practices. Application documents will not be returned to sender.
• Be involved in safe and effective movement of rigs. All applications should be sent through the post office.
• Ensure that the operation of the rig does not impact on the environment. Deadline for application: 10 days from the day of publication in the Newspaper.
• Report all incidents and hazards to the RC Driller immediately.
• Participate in daily pre-start safety/toolbox meetings and monthly safety Address: Please mail your applications to;
toolbox meetings. Bisha Mining Share Company,
Qualifications: P. O. Box 4276 Asmara, Eritrea
• Grade 12 preferred. Note to Eritrean applicants:
• Current light vehicle valid driving license is desirable. Please send a copy of your application to
• Certificate in Drilling Operations would be preferred Aliens Employment permits Affairs,
Knowledge and Experience: P. O. Box 7940 Asmara, Eritrea.
• 1 year RC Drill Assistant experience will be an advantage.
Technical Skills Behavioural Skills
- Mechanical aptitude and interest. - Communication (Local
Language, English required).
ሓራጅ
- Computer Literacy (MS Office- - Interpersonal relations skills. ኣብ ሞንጎ ወ/ረ ገብሩ ምራጭን ወ/ረ ስላስን መድህን ወ/ሮ ጽጋ ገብሩን ነብ/እዝራ ገብሩን
Intermediate –preferred) ተተካኢቶም ያቆብ ገብሩን ተተካኢቶም ነብ/ዳዊት ገብሩን ተተካኢቶም ብዝተፈጥረ ክርክር
- Knowledge of Health and Safety policies, - Team work. ምቅሊት ውርሻ፡ ኣብ ከተማ ኣስመራ ምም/ከባቢ ገዛ ባንዳ ኣብ ጎደና ገንፈሎም 198 ቁጽሪ
procedures and process ገዛ 28 ጥቓ ኣመሪካን ሰንተር ኣብ 127.50 ት/ሜ ዝተደኮነ ኣርባዕተ ቀንዲ ክፍልታትን ክልተ
Position: Laboratory Technician L-1 ሓገዝቲ ክፍልታት ዘጠቓለለ ብስም ኣውረስቲ ዝተመዝገበ ብሓራጅ ተሽይጡ ምቅሊት ክግበር
Department – Exploration ስለዝኣዘዘ፡ መበገሲ ዋጋ ሰማንያ ሽሕን ሚኢትን ሱሳን ሓደን 75% ናቕፋ (80,161.75)
Number required - Three (03) ብበዓል ሞያ ተገሚቱ ቀሪቡ ስለዘሎ፡ ክወዳደር ዝደሊ ካብ ዝቐረበ ግምት ዋጋ ¼ ብ CPO
PRIMARY PURPOSE ብስም ፈ/ፍርዲ ኣስሪሑ ወይ ቡክ ሕሳብ ሒዙ፡ ብኣካል ወይ ብሕጋዊ ወኪል ብምቕራብ
• Prepare mineral samples which meet the required standards of ክወዳደር ይኽእል። ተወዳደርቲ ቅድሚ መዓልቲ ጨረታ ሓሙሽተ ናይ ስራሕ መዓልታት
Exploration.
ዘሎ ክበጽሕ ዘለዎ መጠን ገንዘብ ብኣሃዝን ብቁጽርን ብንጹር ብምጽሓፍ ኣብ ፖስታ ብምዕሻግ
TASK DESCRIPTION EXPANDED TO CORE PERFORMANCE AREAS
ኣብ ላ/ዕ/ቤ/ፍርዲ ቁጽሪ 62 ዘሎ ሳንዱቕ ጨረታ የእቱ። ዝቃወም እንተሎ፡ ካብ ዝምልከቶ
Laboratory Function
• Ensure proper core cutting, sub-sampling and drying of samples. ቤ/ፍርዲ መአገዲ ምስ ዘየቕርብ ጨረታ ኣየቋርጽን እዩ። ሓበሬታ ዝደሊ ከኣ ኣብ ቆጽሪ 66
ላ/ቤ/ፍርዲ መጺኡ ይወከስ።
• Sorting and crushing sample by following the quality control ዕለት ጨረታ፦ 11/12/2018
procedure. ቦታ ጨረታ፦ ላ/ቤ/ፍርዲ ገበን መጋባእያ ቁጽሪ 27
• Inserting QAQC samples properly as required. ሰዓት ጨረታ፦ 3፡00 - 4፡00 ድ/ቀትሪ
• Ensure accurate labelling of sample bags and weighing of bags.
ቤ/ጽ ዋ/ፈጻሚ ፍርዲ
• Ensure accurate packing of pulp samples and prepare samples for
shipment.
•
•
Proper storage of reject samples as well as record keeping.
Daily sampling preparation and manual recording.
ምልክታ
• Responsible for the maintenance and cleaning of equipment in the ብስም ወረስቲ ነፍ/ር የሕያ ኑርሑሴን ዝኾንና ወ/ሮ ግደይ ስሌማን + 8 ኣብ ኣስመራ ን/ዞባ ኣኽርያ
Laboratory. ዞባ 8 ምምሕዳር 04 ጎደና ደጀ ሓሰን ዓሊ ቁ.ገዛ 133 ቁጽሪ ሎታ 27 ቁጽሪ ፓርቸላ “4” ብቑ. ምስክር
• Responsible for general housekeeping in the Laboratory area. ወረቐት 108503 መወከሲ ቁ.103643 ዝተመዝገበ ብውርሲ ዝረኸብናዮ ገዛ፡ ስም ዋንነት ናብ ስምና
• Receive and layout core for examination and description to be ከነመሓላልፎ ስለዝደለና፣ ዝቃወም እንተሎ፡ ሕጊ ብዝእዘዞ መሰረት ካብ ዝምልከቶ ቤ/ፍ ናይ መአገዲ
made by the Geologist. ትእዛዝ ወይ ናይ መወዳእታ ውሳነ፡ ኣብ ውሽጢ 30 መዓልቲ ናብ ቤት ጽሕፈት ፓብሊክ ኖታሪን ቤት
• Recording of Laboratory equipment in logbook on a daily basis. ጽሕፈት ካዳስተርን ዞባ ማእከል ሒዙ ይቕረብ።
• Ability to operate all Laboratory equipment. ዓሊ የሕያ + 7
• Required to assemble the core boxes used for core storage.
ብስም እዮብ ሃይለማርያም እምሃጽዮን ዝተመዝገበ፡ ብቑ.ፍ.ዋኒን ASL00030886 ዝኾነ፡ ኣብ ዞባ
Health and Safety
• Responsible to wear PPE as required. ማእከል ን/ዞባ ገጀረት ጎደና እግሪ መኸል ቁ.ገዛ 759 ዝርከብ ናይ ቤት መስተን ምግብን ቢልያርዶን
• Knowledge of Health and Safety standards as well as policies, ትካለይ፡ ንኣቶ ብርሃነ ሰመረ ወልደኪዳን ካብ ዕለት 01/04/2018 ክሳብ ዕለት 31/12/2020 ኣካርየዮ
procedures and processes. ስለዘለኹ፣ ዝቃወም ምስ ዝህሉ፡ እዚ ምልክታ እዚ ካብ ዝወጸሉ ዕለት ኣብ ውሽጢ ሰላሳ መዓልቲ ስልጣን
• Attend and participate in all Health and Safety meetings/toolbox ንዘለዎ ቤት ፍርዲ ተቓውሞኡ የቕርብ። እንተዘይኮይኑ ዝቃወም ኣካል ከምዘየለ ተቖጺሩ እቲ ናይ ክራይ
talks. ውዕል ሕጋዊ ምዝገባ ከምዝፍጸመሉ አፍልጥ።
• Required to stand for long hours is a definite requirement for this እዮብ ሃይለማርያም እምሃጽዮን
position. ጀማል ዮሱፍ ጣህር፡ ካብ ወላዲ ኣቦይ ነ/ፍ ዮሱፍ ጣህር ብውርሻ ዝብጸሓኒ፡ ኣብ ከተማ ባረንቱ ኣብ
• Required to work in a noisy/dusty area. ዞባ ሰላም ኣብ ዞን/01 ብሎክ 65 ፓርሰል M ዘሎ ኮይኑ፡ ሕጂ ነዚ ዝተጠቕሰ ገዛ፡ ናብ ስመይ ከመሓላልፎ
• Daily inspection of laboratory and core storage area. ደልየ ኣለኹ። ስለዚ ነዚ ናብ ስመይ ምስግጋር ናይ ውርሻ ገዛ ተቓውሞ ኣሎኒ ዝብል ወገን ምስ ዝህሉ፡
Other እዚ ምልክታ ኣብ ጋዜጣ ሓዳስ ኤርትራ ካብ ዝተዘርግሓሉ ዕለት፡ ኣብ ውሽጢ ሓደ ወርሒ፡ ካብ ዝምልከቶ
• Perform Exploration related duties as assigned by supervisor or ቤት ፍርዲ መአገዲ ትእዛዝ፡ ናብ ቤ/ጽ ማይን መሬትን ኣከባብን ጨን/ዞ/ጋሽ ባርካ ምስ ዘይቀርብ፡ ናብ
superintendent. ስመይ ክመሓላለፍ ከምዝኾነ ይገልጽ።
ኣቶ ጀማል ዮሱፍ ጣህር
ሓዳስ ኤርትራ መበል 28 ዓመት ቁ.64 14 ሕዳር 2018 - ገጽ 12