You are on page 1of 8

I.

ጠቅላላ ሓበሬታ ናይቲ መላሲ

ቃለ- መሕተት ዝካየደሉ ማዕልት ____________ሽም መላሲ

__________ጾታ____________ዕድመ__________

ኣደራሻ _____________ ቀበሌ ______________ስልኪ ቁጽሪ______________

 ደረጃትምህርቲበዓልዋና/መተሃባበሪ ሀ) ዘይተምሃረ ለ) ምፅሓፍን ምንባብን ዝኽእል


ሐ) ቀዳማይ ብርኪ(1-4) መ)ማእከላይ ብርኪ (5-8) ረ) ካልኣይ ብርኪ(9-12) ሰ)
ኮሌጅ/ዩኒቨርሲቲ
II. ምንቅስቃሳት ምህርቲ ጸባ
1. ናይ ጸባ አላሕም አለዋኩምዶ? ሀ)እወ ለ)የብልናን
2. ናይ አበይ ዘርኢ አላሕም እየን ዘለዋኩም? ሀ.ናይ ፈረንጂ ለ.ናይ ከባቢ/ዓዲ ሐ . ዝተዳቀላ
3. መልሶም እወ እንተኮይኑ አብ 2013 ዝውንንወን በዝሂ አላሕም ክንደይ እየን?

ዓይነታት ናይ ጸባ አላሕም በዝሂ ዝተወነና አላሕም

ናይ ከባቢ/ዓዲ

ላሕሚ ፈረንጂ

ዝተዳቀላ

ድምር

4. አብ ምህርቲ ጸባ አቲኩም ምንቅስቃስ ካብ ትጅምሩ ክንደይ ዓመት ገይርኩም? ____________።


5. ደረጃ ናይ ፀባ እላሕሚ መረብሒ? ሀ. ሰፈሐ ለ. ማአከላይ ሐ .ንእሸተይ
6. ንምንተይ ጥቅሚ ኢኹም ናይ ፀባ እላሕሚ ተራብሑ ? ሀ.ንንግዲ ለ . ንባዕልኩም
7. ናይ ቁፅሪ 6’ መልስኩም ንንግዲ አንድሕር ኮይኑ ዝኮኑ እንታይ ዓይነት ውፂኢት ኢኹም ብበዝሕ
ተሸጡ?
ሀ. ፀባ ለ. ውፂኢት ፀባ ሐ. ምራክ
8. መነመን እዮም ዝሳተፉ አብዚ ናይ ምህርቲ ጸባ ምንቅስቃሳት?

1)በዓል ዋና 2)ሸቃላይ 3)ካለእ(አብራህራ


ተ.ቁ ምንቅስቃሳት

1 ምእካብ ምግቢ

2 አመጋግባ

3 ጽሬት

4 ክትትል ጥዕና ናይ ጸባ አላሕም

5 ምሕብሃብ/ምጉሳይ

6 ምርባሕ

7 ምሕላብ

8 ምቅንባር/ብሃደ መስርህ
ምህላፍ

9 ምሻጥ ውጸኢት ጸባ

10 ምሻጥ ናይ ጸባ እንስሳት

11 ዕደጋ ንጥረ ነገራት ንምህርቲ


ጸባ

III. ብምርኣይ ዝግበር መፅናዕቲ


 ናይ ገዛውቲ ኩነቲት

 ናይቲ ገዛ ኩነቲት ( □ ፅቡቅ □ ሕማቅ )

 ኣታሓሕዛ ናይቲ ፋርም ( □ ፅቡቅ □ ዱኩም )


 ምህላው እና መወገዲ ስርዓት ( □እሎ □ የለን )
 አቀማማጣ ናይቲ ፋርም ( □ መምበሪይ ግዛ □ ደንበ )

 ዓይነት ናይቲ ፋርም ( □ ዕፅዋት □ ፍርቃ -ፍርቃ □ ዝወፁ)


 ዝርከበሉ ከባቢ ( □ ገጠር □ ሓውሲ □ ከተማ)
 ናይ ማይ ኣቅርቦት ( □ ፅቡቅ □ ዱኩም )
 ከይዲ ኣመጋጋባ ( □ ፅቡቅ □ ዱኩም )
 መዕቆሪ ምግቢ( □ እሎ □ የለን )
 ኣታሓሕዛ ናይ ምግቢ መብልዒ( □ ፅቡቅ □ ዱኩም )
 ዓይነት ናይ ምግቢ መብልዒ ( □ ናይ ግሊ □ ናይ ሓባር )
 ዓይነት ናይ ማይ መስተይ ( □ ናይ ግሊ □ ናይ ሓባር )
ሀ,ምግብን አመጋግባን

1. እንስሳትካ አብ ዝተፈላለዩ ወርሂታት እንታይ ዓይነት ምግቢ ኢካ ትምግቦም?

አተአላልያ አመጋግባ አዋርሕ


አብ ናይ ባዕልካ ግራት መስ ጥቅ ሕዳ ታህ ሪ የካ መጋ ሚ ግን ሰነ ሃም ነሃ
ምቁራፍ ያ

አብ ሃበራዊ ቦታ ምቁራፍ
አብ ተረፍ እክሊ ዘለዎ
ግራት ምቁራፍ
ተረፈ ምህርቲ ምምጋብ
አብ ባዳ መሬት ምግሃጽ
ጻህያይ ምምጋብ
ተረፈ እንሰት ምምጋብ

2. ንናይ ጸባ አላህም ህጽረት ምግቢ የጋጥመኩምዶ? ሀ,እወ ለ,አየጋጥመናን


3. ,እወ እንተኮይኑ፣ መዓዝ?_______________________________________
4. እወ እንተኮይኑ፣ብከመይ ትፈትህዎ አብ ከባቢኩም?_________________________
5. ምስ ምግቢ ተዛሚዶም ዋና ን እንስሳት ምርባህ ዕንቅፋት ዝኮኑ እንታይ እዮም ?

ታ.ቁ ዝርዝር ዕንቅፋታት ደረጃ

6. አብዚ ከባቢ ድርቋ ንናይ ጸባ አላህም ክትጥቀሙ ከለኩም እቶም ዋና ጸገማት እንታይ እዮም?

ሀ)አፍልጦ ዘይምህላው ለ)ህጽረት ዘርኢ ሐ)ህጽረት መዕበዪ ቦታ መ)ድኩም ልምዲ


ረ)ህጽረት ድርቋ አብቲ ከባቢ ሰ)ናይ ኩሎም ድምር(አብራህርህ) ሸ)ካልኦት (አብራህርህ)

7. አብዚ ከባቢ ዝለዓለናይፕሮቲን ትሕዝቶ ዘሎዎም ምግቢታትን ናይ ጸባ አላህም ክትጥቀሙ ከለኩም


እቶም ዋና ጸገማት እንታይእዮም?
ሀ)አፍልጦ ዘይምህላው ለ)ህጽረት አቅርቦት ሐ)ክባር መ)ናይ ኩሎም ጥማር
ራ)ካልእ(አብራህርህ)
8. አየናይ ተረፈ ምህርቲ ምግቢ እዩ ብበዝሂ ትጥቀሙሉ?
ሀ)ሃሰር ጣፍ ለ)ሃሰር ስገም ሐ)ሃሰር ሩዝ መ)ቃንጫ ምሸላ ረ)ተረፊ እንሰት ሰ)ካልእ(አብራህርህ)
9. እቲ ዋና ፍልፍል ምግቢ ከብቲኩም እንታይ እዩ?
ሀ) ተፈጥሮአዊ ጋህጺ ለ). ዝተመሃየሹ ጉልበት ወሃብቲ ምግብታት/ድርቋ ሐ) ተረፍ እክሊ ዘለዎ
ምግቢ
መ) ተረፈ ምህርትታት ረ) ካልእ(አብራህርህ)
10. ነየናይ ዓይነት ከብትኩም ኢኩም ዝለዓለ ምግቢ ትህቡ ከቢድ ህጽረት ምግቢ አብ ዘጋጥመኩም?
ሀ)ተሃለብቲ አላህም ለ)ተሃለብቲንመላአትን አላህም ሐ)መላአት አላህም መ)ዝነጸፋ አላህም
ረ)ዝደረቁ አብዑር ሰ)ካልእ(አብራህርህ)
11. እቲ ዘለኩም ተፈጥረአዊ ናይ ጋህጺ መሬት ብከመይ መንገዲ እኢኩም ትጥቀምሉ?
ሀ)ብዘይምቁራጽ ምግሃጽ ለ) ዛወራካ ምግሃጽ ሐ)ዓጺድካን ተሸኪምካን ምውሳድ
መ)ካልእ(አብራህርህ)
12. ከመይ ኢኩም ኩሉ ዓይነት ምግቢ ትረክቡ ንከብትኩም?
ሀ)አብ ህርሻ ቦታ ብምፍራይ ለ)ካብ ደገ ብምግዛእ ሐ)ብምፍራይን ምግዛእን
መ)ካልእ(አብራህርህ)
13. ምግቢ ትዕቅብዶ ህጽረት ምግቢ አብ ዘጋጥመሉ እዋን ንናይ ጸባ አላህም ኢልኩም? ሀ)እወ ለ)አይንዕቅብን
14. እወ እንተኮይኑ ብከመይ ትዕቅቡ? ሀ)ብመልክዕድርቋ ለ)ርሁስ ሳዕሪ ብምዕጻድ ሐ)ካልእ(አብራህርህ)
15. አይንዕቅብን እንተኮይኑ፣ ንምንታይ?____________________________?
16. ተወሰክቲ ምግብታት ትህብዎምዶ ንተሃለብቲ ከብትኩም?
ሀ)እወ ለ)አይንህቦምንእወ እተኮይኑ እትህብዎም ተወሰክቲ ዓይነታት ምግቢ ዘርዝሩ?
17. ብከመይ ኢኩም ተቅርብዎም እቶም ተወሰክቲ ምግብታት?
ሀ)ንበይኖም ለ)ምስካልኦት ምግብታት ሐ)ካልእ (አብራህርህ)
18. ንክንደይ ግዜ ዝአክል እዩ ተወሰክቲ ምግብታት ተቅርብሎም ንተሃለብቲ ከብትኩም?
ሀ)ንመዓልቲ ሃደ ግዜ ለ)ንመዓልቲ ክልተ ግዜ ሐ)ከም ዝተረከቦ/አብ ዝተረከበሉ
19. ፍልፍል ማይ እንስታትኩም እንታይ እዩ?
ሀ)ሩባ ለ)ወሃዚ ማይ ሐ)ነታዒ ማይ መ)ማይ ቡንባ ረ)ናይ ባስካ ማይ/ውህላል ማይ
ሰ)ካልእ(አብራህርህ)
20. ንክንደይ ግዜ ዝአክል ማይ ተቅርብለን ንከብትኩም አብ መዓልቲ?
ሀ)ነጻ አቅርቦት/ኩሉግዜ ለ)ሃደ ግዜ ንመዓልቲ ሐ)ክልተ ግዜ ንመዓልቲ መ)ኩሉ መዓልቲ
21. ምስ ማይ ዝተተሃሃዘ እንታይ ጸገም አለኩም? ሀ)ህጽረት ለ)ሃሳኩ ሐ)ርስሃት/ብክለት
መ)ርህቀት
22. ተወሳኪ መዓድን ተቅርብሎምዶ ንእስሳትኩም? ሀ)እወ ለ)አይንውስክን
23. እወ እንተኮይኑ ፣በይዘኦም ዓይነታቶም ይዘርዝርዎም ባህልዊ ውን እንተሃሊዩ?
24. ንክንደይ ግዜ ዝአክል ኢኩም ጨው ትውስክሉ?
ሀ)ነጻ አቅርቦት አብ ዝኮነ ግዜ ለ)መዓልታዊ ሐ)በብክልተ መዓልቲ መ)ሰሙናዊ/ሃደግዜ
አብሰሙን ረ)ካብ ክልተ ሰሙን አብ ዝነአሰ ግዜ ሰ)ካልእ(አብራህርህ)

ለ, መንበሪ፣ መሳለጥያታት/አቅሁን አተአላልያን


1. ከመይ ኢኩም ተንብርወን እንስሳትኩም? ሀ)አብ ሃደ ገዛ ምስ ቤተሰብ ለ)ካብ በተሰብ ንበይኑ ዝተፈለየ
ገዛ ሀካልእ(አብራህርህ)
2. ዓይነት ናይቲ ፋርም ሀ .ዕፅዋት ለ.ፍርቃ -ፍርቃ ሐ.ዝወፁ
3. ዝተፈለየ እንተኮይኑ ፣ከመይ ዓይነት ገዛ እዩ?
ሀ)በረት ለ)ብጽቡቅ ዝተሃንጸ መንደቅን መጽለለ ዘለዎ ሐ)መጽለሊ ጥራህ ዘለዎ
መ)ካልእ(አብራህርህ)
4. ስፍሃት ናይቲ ደምባኩም ክንደይ ሜትር ስኬር እዩ?
5. ንክንደይ ግዜ ኢኩም ተጽርይዎ ደምባኩም?
ሀ)ሰለስተ ግዜ አብ መዓልቲ ለ)ክልተ ግዜ አብ መዓልቲ ሐ)ሃደ ግዜ አብ መዓልቲ
መ)ካልእ(አብራህርህ)
6. ብከመይ ኢኩም ትአልይዎ እቲ ዒባ ካብ ደምባኩም?
ሀ)ብሜላ መትረብ ለ)ብሸቃሎ
7. በብክንደይ ግዜ እኩም እቲ ድኩዒ ተወግድዎ ካብ ደምባ?
ሀ)ሃደ ግዜ አብ መዓልቲ ለ)ክልተ ግዜ አብ መዓልቲ ሐ)ሰለስተ ግዜ አብ መዓልቲ መ)ሰለስተን
ልዕሌኡን
9. አብ ናይ ፃባ አላሕም ተራብሑሉ ግዜ /ቦታ እንታይ ዓይነት ፀገማት የጋጥመኩም
____________________________________________________________
_____________________________________________________________
8. ሀ .እቶም ቀንዲ ዓይነት ሕማም ንእንስሳኩም ዘጥቁዑ እንመን እዮም
_______________________________________________________
_______________________________________________________

ለ .መንገድታት ምክልካል ተመሓለለፍቲ ሕማም


_______________________________________________________
_______________________________________________________
ሐ . ቀንዲ መንገድታት መቃፃፀሪ ሕማም
_______________________________________________________
_______________________________________________________
9. አብ ከባቢኩም ግልጋሎት ናይ አንስሳ ሕክምና እሎ ዶ,? ሀ. እወ ለ. የለን
10. መልሱኩም እወ እንተኮይኑ ክንደይ ዝኣክል ረሕቂ ኣለዎ ? ሀ. >1 ኪ.ሜ ለ. 1 ኪ.ሜ ሐ.
1-5 ኪ.ሜ
11. መብዛሕትኡ ግዜ ናይ እንስሳ ሓካይም ንምንተይ ኢኹም ትፅውዑወም?
ሀ.ንክትባት ንክክትቡሉን
ለ. ንዝሓመሙ አንስሳ ክሕኩምልና
ሐ. ፀረ ታሃዋሳያን ንክቡልና
መ. ንምውላድክሕጉዙና
ረ. ካልእ ሓሳብ እንተሊኩም
12. ኣብ ዝተደቀሉ እንስሳ ናይ ምልማድ ፀገም ኣጋጢሙኩም ይፈልጥ ዶ ? ሀ. እወ ለ. ኣይፈልጥን
13. ናይ 11 ቁፅሪ መልሱኩም እወ እንተኮይኑ እንታይ ዓይነት ፀገም የጋጥመኩም?
ሀ. ናይ ምግቢ ለውጢ ለ. ናይ ከባቢ ለውጢ ሐ. ናይ ገዛ አሳራርሓ /መንበሪ እንስሳ መ. ኩሎም
14. እንታይ ዓይነት ሜላ አተአላልያ አለኩም ነተን ናይ ጸባ ከብትኩም?

ናይ ዓዲ/ከባቢ አላህም ዝተዳቀላ አላህም አምራኩት


ሜላ አተአላልያ ቀትሪ/ ምሽት/ ቀትሪ/ ምሽት/ ቀትሪ/ ምሽት/
መዐልቲ ለይቲ መዐልቲ ለይቲ መዐልቲ ለይቲ
1. ጋህጺ
2.መእሰሪ
3.መመገቢ
ገዛ/በረት
4.ካልእ(አብራህርህ
)

ሐ. ናይ ፀባ ኣታሓላልባን ውፂኢቱን

1. ሙሉእ ናይ ፀባ ኣታሓላልባ ትክተሉ ዶ ? ሀ. እወ ለ. ኣይንክተልን


2. ቅድሚ ፀባ ምሕላብኩም ጡበን ትሓፅብወን ዶ? ሀ. እወ ለ. ኣይንሓፅበንን
3. ምሪከን ኣብ ዘየለወሉ ( እንተሞይቱ ) ትሓልብወን ዶ ? ሀ. እወ ለ.ኣይንሓልበንን
4. እወ እንተኮይኑ ከመይ ገይርኩም?-----------------------------------------------------
5. ክትሓልቡ ከለኩም እንታይ ኣቅሓ ትጥቀሙ ?---------------------------------------------
6. ናይ ፀባ ኣቅሑኩም ኣብ መዓልቲ ክንደይ ግዜ ትሓፅንዎ? ሀ. 1 ግዜ ለ. 2 ግዜ ሐ 3 ግዜ መ ካልእ
7. ናይ ፀባ ኣቅሑኩም ንምሕፃብ እንታይ ዓይነት ማይ ትጥቀሙ?
-----------------------------------------------
8. ንናይ ፀባ ኣቅሑኩም መሕፀቢ ኬሚካል ትጥቀሙ ዶ? ሀ. እወ ለ. ኣይንጥቀምን
9. ትጥቀሙ እንተኮይኑኩም እንታይ ዓይነት?-------------------------------------------------
10. ፀባን ውፂኢት ፀባን ነዊሕ ግዜ ክፀንሕ እንታይ ዓይነት ሜላ ትጥቀሙ?
ሀ.ምዕጣን ለ. ምፍላሕ ሐ. ጠው ምውሳክ መ. ካልእ
11. ፀባ ተባላሺይኩም (ዓሲይኩም ) ይፈልጥ? ሀ. እወ ለ. ኣይፈልጥ
12. እንታይ ዓይነት ሜላ ትጥቀሙ ጠስሚ ንከይባላሸወኩም?-----------------------------------------
13. ንክንደይ ግዜ (ስዓት) ፀባን ውፂኢት ፀባን ከይተባላሽወ ተቀምጥዎ? ሀ. እወ ለ. ኣይንጥቀምን
14. ንናይ ፀባ ኣቅሑ ንምዕጣን ትጥቀሙሉ
15. እንታይ ዓይነት ተክሊ እዩ?------------------------------------------------
16. ናይ ምዕጣን ዓላም (ጥቅሚ) እንታይ እዩ?
17. ንምሕቃን እንታይ ዓይነት ትጥቀሙ? ሀ.ላጋ ለ. ዕትሮ ሐ. ካልእ

You might also like