You are on page 1of 10

ኢንስቲትዩት ምርምር ጥዕና ትግራይ

ናይ ገዛ ንገዛ ዝእከብ መሕትትቕጥዒ ሓበሬታ መውሃቢን ዉዕል ስምምዕነት


ሽም ወረዳ ………………………ሽም ጣብያ…………………………ሽም ቑሸት………………
ሽም ጎጥ………………….ቁፅሪ ገዛ…………………ቃለ መሕተት መፍለዪ ቁፅሪ………………..
መእተዊ፡-
ጥዕና ይሃበለይ! ሹመይ-------------------------ይበሃል ኢንስቲትዩት ምርምር ጥዕና ትግራይ ምስክልል ጥዕና
ቢሮን መዳርግቲ ኣካላትብምትሕብባርብዛዕባ ኩነታት ዉሕስናምግብን
ኣብክልልትግራይ፣ሰሜንኢትዮጵያንዘካይድዎመፅናዕቲ ሓበሬታ ንምእካብእየመፂአ፡፡እዚመፅናዕቲኩነታት
ሕፅረትምግቢንምፍላጥዝዓለመ እዩ። ኣነካፍቶምመረዳእታዝእክቡ ሓደ እየ፣ ስለዚንስኸን/ኩም ኣብዚ ንክትሳተፋ/ፉ
ተሓሪኸን/ኩምስለዝኮንክን/ኩም ሓደ ሓደሕቶታትብዛዕባኩነታት ሕፅረትምግቢዝተተሓሓዘእየ ። ንትህባና/ቡና ሓበሬታ
ኩሉምስጢሩዝተሓለወ እዩ ካብንፅንዓትሓሊፉንካሊእጉዳይዝትሓሓዝየብሉን፡፡
ናትክን/ኩምቅንዕናዝተመለኦአብዚመፅናዕቲምስታፍ ኣብክልልትግራይዘሎኩነታትሕፅረትምግቢዘሎፀገምንምፍላጥወሳኒ
እዩ። እዚድማብተዘዋዋሪ ኣብ ቤተሰብክንን/ኩምንሕብረተሰብክን/ኩምፀገም ኣብ
ምፍታሕእጃምክን/ኩምኣወፊክን/ኩምማለት እዩ። እዚመጠየቅብማእኽላይ 15-
20 ደቒቓዝውድእእንትኮንብድልየትዝተመስረተ እዩ፣ ዘይምስታፍእውንትክእላ/ሉ
ኢክን/ኩምብተወሳኪክትምልሰኦዘይትድልዮኦ/ዎ ሕቶ እንትትረክባ/ቡ እንተለክን/ኩምምዝላልንን ኣብ መንጎእውን ኣብ
ዝደለክንኦ/ዎ ግዘምቁራፅትክእላ/ሉ ኢክን/ኩም። ኣብዚ መፅናቲንምስታፍፍቓድኛዲኽን/ኩም ? እወ………
ኣይኮንኩን……………
ዉዕል ስምምዕነት ቅጥዒ
ኣነበቲዝተውሃበኒ ሓበሬታ
መሰረትብዛዕባዕላማናይቲመፅናዕትንምርምርንተርዲኡኒስለዝኮነኣብቲመፅናዕቲንክሳተፍዝተስማዕማዕኩምካነይየረጋግፅ፡፡
ውፅኢትእዚ ቃለ መሕተት 1.ዝተመለአ 2.ንምስታፍድሌትዘይብላ/ሉ 3.ብክፋልዝተመለአ 4.ተሳታፊትኣይተረከበትን
ሽም ሓታቲ…………………………………………….ፈርማ………………ዕለት…………
መፍለዪ ቑፅሪ ሓታቲ…………………………………
ዘረጋገፀ ሽም ስፖርቫይዘር ………………………….ፈርማ………………ዕለት……………

ኢንስቲቱት ምርምር ጥዕና ትግራይ


መሕተቲ ወረቀት
ክፋል ሓደ፡ ኣመጋግባ ዕሸላትን ህፃናትን ዝምልከቱ ሕቶታት (ትሕቲ 5 ዓመት ህፃናት)

ሕዛል 1፡ ክፍሊ ሀ፡ድሕረባይታ ተሳተፍቲ


ተ.ቑ መልሲ ዝለል ሓበ
ረታ
101 ናይ መራሒ ስድራ ፆታ
102 ናይ መራሒ ስድራ ዕድመ ብዓመት…………
103 ኩነታት ሓዳር ? 1. ምስ ሓዳራ ዘላ
2. ምስ ባዓል ሓዳራ ዝተፋተሐት
3. ባዓል ሓዳራ ዝሞታ
4. ተፈላልዮምዝነብሩ
104 ዝተመርዐውክሉ ,ዕድመ ክንደይ ነይሩ ብዓመት…………

105 ኩነታት ደረጃ ትምህርቲኺ? 1.ምፅሓፍንምንባብንዘይክእል/ዘይትክእል


2.ምፅሓፍንምንባብንዝክእል/እትክእል
3. ቀዳማይብርኪ (ደ/ ክፍሊ…….)
4. ካልኣይብርኪ (ደ/ ክፍሊ…….)
5. ኮለጅንልዕሊኡን (ደ/ ክፍሊ…
106 ናይ ባዓል ገዛኺ ደረጃ ትምህርቲ 1.ምፅሓፍንምንባብንዘይክእል/ዘይትክእል
2.ምፅሓፍንምንባብንዝክእል/እትክእል
3. ቀዳማይብርኪ (ደ/ ክፍሊ…….)
4. ካልኣይብርኪ (ደ/ ክፍሊ…….)
5. ኮለጅንልዕሊኡን (ደ/ ክፍሊ…
107 ሃይማኖት ተሓታቲት? 1. ኦርቶዶክስ ተዋህዶ
2. ሙስሊም
3. ፕሮቴስታን
99. ካልእ (ይገለፅ).................
108 ዓይነት ስራሕ ተሓታቲት? 1. ሓረስታይ
2. ናይ ውልቀ ስራሕ
3. ነጋዲት
4. ሰራሕተኛ መንግስቲ
5.መዓልታዊ ሰራሕተኛ
99. ካልእ (ይገለፅ)...................
109 ዓይነት ስራሕ ናይ በዓል ሓዳርኪ? 1. ሓረስታይ
2. ናይ ውልቀ ስራሕ
3. ነጋዲ
4. ሰራሕተኛ መንግስቲ
5.መዓልታዊ ሰራሕተኛ
99. ካልእ (ይገለፅ)...................
110 እትነብርሉ ቦታ? 1. ገጠር
2. ከተማ

111 መራሒ ስድራ 1=ተባዕታይ


2=ኣንስተይቲ
112 ጠቅላላ በዝሒ ብሓባር እትነብሩ ቤተሰብ ክንደይ _____________ ብቑፅሪ

እዩ? 5 ተ ዓመትን ልዕሊኡን…………..


ትሕቲ 5 ተ………
113 ኣብዚ ሐዚ ጊዜ ነብሰ ፁር ዲኺ (ንኣዶ) 1.እወ
2.ኣይፋሉን
114 ንሕቶ 114 መልሱ እወ እንተኾይኑ ካብ ___________________ ወርሒ
ትጠንሲ ክንደይ ወርሒ ገይርኺ?
115 ንሕቶ 114 መልሱ እወ እንተኾይኑ ክንደይ 1. ምንም
ጊዜ ክትትል ጥንሲ ገይርኪ 2. 1
3. 2
4. 3
5. 4 ን ልዕሊኡን
116 ኣብዚ ገዛኩም ትሕቲ 5 ተ ዓመት ህፃናት ኣለው 1.እወ
ዶ? 2.ኣይፋሉን
117 ሕቶ ቁፅሪ 116 መልሱ እወ እንተኾይኑ ክንደይ _____________ ብቑፅሪ
ህፃናት
ኣለው?
118 ፆታ ህፃን ትሕቲ 5 ተ 1.ተባዕታይ------------ብቑፅሪ
2.ኣንስተይቲ--------ብቑፅሪ
119 ዕድመ ህፃን ብወርሒ 1. ህፃን 1----------ወርሒ
2. ህፃን 2-----------ወርሒ
3. ህፃን 3-----------ወርሒ
120 ኣብዚ ሐዚ ጊዜ መጥበዊት ዲኺ? (ንኣዶ) 1. እወ
2. ኣይፋሉን
121 ንሕቶ 123 መልሱ እወ እንተኾይኑ ቆልዓኺ ___________________ ወርሒ
ዕድምኡ ክንደይ ወርሒ ገይሩ?
122 ትሕቲ 5 ዓመት ህፃውንቲ ዝተወለደሉ ናይ 1.ኣብ መንጎ ህፃን 1 ን 2 ን----------ብወርሒ ሓደ
ዕድመ ኣፈላላይ 2. ኣብ መንጎ ህፃን 2 ን 3 ን---------ብወርሒ ህፃን
እንተኮይ
ኑ ግን
ናብ ሕቶ
127
ስገር
ክፍሊ ለ. ምግቢ ውሕስና ዝምልከቱ ሕቶታት (ናይ ሕሉፍ ሓደ ወርሒ)

201 ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ኣብ ገዛኹም እኹል 1. እወ


ምግቢ የለን ኢልኪ/ካ ተጨኒቅኪ/ካ 2. ኣይፋሉን
ትፈልጢ/ጥዶ?
202 ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ብናይ ሕፅረት ኣቕርቦት 1. እወ
ምኽንያት ንስኺ/ኻ ወይ ካሊእ ኣባል 2. ኣይፋሉን
ስድራኹም ዘይትመርፅዮ/ፆ ምግቢ በሊዕኺ/ኻ
ትፈልጢ/ጥዶ?
203 ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ንስኺ/ኻ ወይ ካሊእ 1. እወ
ኣባል ስድራኹም ብናይ ሕፅረት ኣቕርቦት 2. ኣይፋሉን
ምኽንያት ካብ ዝተለመደ ዝነኣሱ ዓይነታት
ምግቢ በሊዕኺ/ኻ ትፈልጢ/ጥዶ?
204 ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ንስኺ/ኻ ወይ ካሊእ 1. እወ
ኣባል ስድራኹም ብናይ ሕፅረት ኣቕርቦት 2. ኣይፋሉን
ምኽንያት ክትበልዕዮ/ዖ ዘይትደልዮ/ሊ ዓይነት
ምግቢ በሊዕኺ/ኻ ትፈልጢ/ጥዶ?
205 ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ንስኺ/ኻ ወይ ካሊእ 1. እወ
ኣባል ስድራኹም ብምንኣስ ምግቢ ምኽንያት 2. ኣይፋሉን
ካብ ዘድልየኪ/ካ ዝንኣሰ መጠን ምግቢ
በሊዕኺ/ኻ ትፈልጢ /ጥዶ?
206 ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ንስኺ/ኻ ወይ ካሊእ 1. እወ
ኣባል ስድራኹም ብምንኣስ ምግቢ ምኽንያት 2. ኣይፋሉን
ኣብ መዓልቲ ክትበልዕዮ/ዖ ካብ ዝግበአኪ/ካ
ቑፅሪ ምግቢ ዝነኣሰ በሊዕኺ/ኻ
ትፈልጢ/ጥዶ?
207 ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ኣብ ገዛኹም ብምንኣስ 1. እወ
ኣቕርቦት ምኽንያት ዝኾነ ዝብላዕ ምግቢ 2. ኣይፋሉን
ተሳኢኑ ይፈልጥዶ?
208 ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ንስኺ/ኻ ወይ ካሊእ 1. እወ
ኣባል ስድራኹም እኹል ምግቢ ብዘይምህላው 2. ኣይፋሉን
ምኽንያት ድራር ከይበላዕኺ/ኻ ሓዲርኪ/ካ
ትፈልጢ/ጥዶ?
209 ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ንስኺ/ኻ ወይ ካሊእ 1. እወ
ኣባል ስድራኹም እኹል ምግቢ ብዘይምህላው 2. ኣይፋሉን
ምኽንያት ሙሉእ መዓልቲ ከይበላዕኺ/ኻ
ውዒልኪ/ካ ትፈልጢ/ጥዶ?

ክፍሊ ሐ ኣፍልጦ ኣዴታት ኣብ ትግበራ ኣመጋግባ ዕሸላትን ህፃናትን (ትሕቲ 2 ዓመት)


301 ምስ ወለድኪ ንውላድኪ መዓዝ ፀባ ጡብ ምጥባው 1. ወድያው/ኣብ ወሽጢ ሓደ ሰዓት
ከምትጅምሪ ክትነግርኒ ትኽእልዶ? 2. ካሊእ መልሲ/ኣይፈልጥን
302 ህፃንኪ ንኽንደይ ጊዜ ፀባ ጡብኪ ጥራሕ ክምገብ ኣለዎ 1. ክሳብ 6 ወርሒ
(ማይ እውን ከይሓወሰ)? 2. ካሊእ መልሲ/ኣይፈልጥን
303 ህፃን ኣብ ክንደይ ዕድምኡ ምግቢ ክጅምር ኣለዎ/ዋ? 1. ኣብ 6 ወርሒ
2. ካሊእ መልሲ/ኣይፈልጥን
304 ህፃን ንኽንደይ ዝኣክል ጊዜ ፀባ ጡብ ክጠቡው ኣለዎ/ዋ? 1. ክሳብ 2 ዓመትን ልዕሊኡን
2. ትሕቲ 2 ዓመት
3. ኣይፈልጥን
305 ኣዶ ንሕቶታት 1 ሐ-4 ሐ 1 እንተመሊሳ ናይ ስነመዓዛ ናይ 1. እወ 2. ኣይፋሉን 9. ኣየስታውስን
ምኽሪ ኣገልግሎት ረኺባ ነይራዶ?

ክፍሊ መ፡ ኣመለኻኽታ ኣዴታት ኣብ ትግበራ ኣመጋግባ ዕሸላትን ህፃናትን (ትሕቲ 2 ዓመት)


401 ፀባ ጡብ ምጥባው ንኣዴታት፣ ህፃናትን ማሕበረሰብን 1. ብጣዕሚ ይስማዕማዕ
ፅቡቅ እዩ 2. ይስማዕማዕ
3. ርግፀኛ ኣይኮንኩን
4. ኣይስማዕማዕን
5. ብጣዕሚ ኣይስማዕማዕን
402 ናይ ገዛ ስራሕ ብጣዕሚ ንዝበዝሐን ኣዴታት ጡብ 1. ብጣዕሚ ይስማዕማዕ
ምጥባው ኣፀጋሚ እዩ 2. ይስማዕማዕ
3. ርግፀኛ ኣይኮንኩን
4. ኣይስማዕማዕን
5. ብጣዕሚ ኣይስማዕማዕን

403 ኣዶ ክልቲኡ ኣጥዋታ ክሳብ ዝውዳእን ህፃን ኣብ ዝደለዮን 1. ብጣዕሚ ይስማዕማዕ


(ቀትርን ለይትን) ክተጡብው ኣለዋ 2. ይስማዕማዕ
3. ርግፀኛ ኣይኮንኩን
4. ኣይስማዕማዕን
5. ብጣዕሚ ኣይስማዕማዕን
404 ኣዶ ህፃና 6 ወርሒ ክሳብ ዝመልኦ ፀባ ጡባ ጥራይ 1. ብጣዕሚ ይስማዕማዕ
ክትምግቦ ኣለዋ (ካሊእ ምግቢ ይኹን ፈሳሲ/ማይ 2. ይስማዕማዕ
ከይወሰኸት) 3. ርግፀኛ ኣይኮንኩን
4. ኣይስማዕማዕን
5. ብጣዕሚ ኣይስማዕማዕን
405 ህፃን ምስተወለደ/ት ኣሹዑ ንሽዑ ማይ ወይ ስብቆ 1. ብጣዕሚ ይስማዕማዕ
ክወሃቦ/ባ ኣለዎ/ዋ 2. ይስማዕማዕ
3. ርግፀኛ ኣይኮንኩን
4. ኣይስማዕማዕን
5. ብጣዕሚ ኣይስማዕማዕን
406 ህፃን ኣብ 6 ወርሒ ዕድምኡ ተወሳኺ ምግቢ (ደረቅ፣ 1. ብጣዕሚ ይስማዕማዕ
ሓውሲ ደረቅ ወይ ፈሳሲ) ክጅምር ኣለዎ/ዋ 2. ይስማዕማዕ
3. ርግፀኛ ኣይኮንኩን
4. ኣይስማዕማዕን
5. ብጣዕሚ ኣይስማዕማዕን
ረ. ኣቕርቦትን ተበፃሕነትን ማሕበረሰብ ተኮር ሕክምና ሕፅረት ምግቢ
501 ኣብ ከባቢኹም ኣብ ዝርከባ ጥዕና ትካላት (ጣብያ ጥዕናን 1. እወ
ኬላ ጥዕናን) ናይ ማሕበረሰብ ተኮር ፕሮግራም ሕክምና 2. ኣይፋሉን
ሕፅረት ምግቢ ኣገልግሎት ይወሃብ ኣሎዶ? 3. ኣይፈልጥን
502 ንምሙማይን ምፍላይን ሕፅረት ምግቢ ዘለዎም ህፃናት 1. እወ
ከምኡእውን ናብ ሕክምና ክለኣኹ ንምግባር ዘኽእል ናይ 2. ኣይፋሉን
ሕ/ሰብ ተሳትፎ ዘረጋግፅ መስርሕ ኣሎዶ? 3. ኣይፈልጥን
503 ኣብ ከባቢኹም ኣብ ዝርከባ ጥዕና ትካላት እኹል ናይ 1. እወ
ስነመዓዛ እታወታት (ንመሐከሚ ሕፅረት ምግቢ ዝውዕሉ 2. ኣይፋሉን
ከም ፕላምፕኔትን ፋፋን ዝበሉ) ኣለውዶ? 3. ኣይፈልጥን
504 ኣብ ከባቢኹም ኣብ ዝርከባ ጥዕና ትካላት እኹል ንሕክምና 1. እወ
ሕፅረት ምግቢ ዘድልዩ መድሓኒታት ኣቅርቦት ኣሎዶ? 2. ኣይፋሉን
3. ኣይፈልጥን
505 ሰብሞያ ጥዕና ንሕፅረት ምግቢ ዘሎዎም ህፃናት ኣድላይ 1. እወ
ዘበለ ናይ ኣገልግሎት ምኽርን እኹል ክትትልን ይገብርሎም 2. ኣይፋሉን
ዶ? 3. ኣይፈልጥን
506 ትግበራ ማሕበረሰብ ተኮር ፕሮግራም ሕክምና ሕፅረት 1. እወ
ምግቢ ኣብ ምቅናስ ሕማም ትሕቲ 5 ዓመት ህፃናት 2. ኣይፋሉን
ኣበርክቶ ገይሩዶ? 3. ኣይፈልጥን
507 ትግበራ ማሕበረሰብ ተኮር ፕሮግራም ሕክምና ሕፅረት 1. እወ
ምግቢ ኣብ ምቅናስ ሞት ትሕቲ 5 ዓመት ህፃናት ኣበርክቶ 2. ኣይፋሉን
ገይሩዶ? 3. ኣይፈልጥን
508 ብምኽንያት ሕፅረት ምግቢ ዘጋጥም ሞትን ምቁራፅ 1. እወ
ክትትል ሕክምናን ኣሎዶ? 2. ኣይፋሉን
3. ኣይፈልጥን

ኣካላዊ ዓቀን (ትሕቲ 2 ዓመት ህፃናት)


ናይ ህፃን ፆታ ናይ ህፃን ዓቀን ዙማላቅ (ሴ.ሜ)
(ተባ/ኣን) ዕድመ (ን 6 ወርሕን ልዕሊኡን)
(ወርሒ)
1ይ
2ይ
3ይ
ማእኸላይ ዓቀን
*ሕበጥ (ደረጃ) (ክልቲኡ እግሪ ምዃኑ ኣረጋግፅ/ፂ)
1. ደረጃ ሓደ (+1)፡ ኣብ ትሕቲ ዓንከዓንካረ (መይዳ እግሪ) እግሪ ሕበጥ ዘለዎ/ዋ
2. ደረጃ ክልተ (+2)፡ ትሕቲ ብርኪ እግርን ብርኪ ኢድን
3. ደረጃ ሰለስተ (+3)፡ ኩሉ ኣካል ሰውነት (ገፅ እውን ሓዊሱ)

ናይ ኣዶ ኣካላዊ ዓቀን
ናይ ኣዶ ዕድመ (ዓመት) ዓቀን ዙማላቅ (ሴ.ሜ)
1ይ
2ይ
3ይ
ማእኸላይ ዓቀን

ክፋል 2፡ ኣተገባብራ ስነ ፅሬት (ማይ፣ ከባቢያውን ኣካላውን ፅሬት) ዝምልከቱ ሕቶታት


ናይ ማይ ኣቅርቦት
601 ንመስተ፣ መስርሒ ምግብን መሕፀብን እትጥቀምሉ ማይ 1. ማይ ቡንባ
ብቀንዱ ካበይ ትረኽቡ 2. ዝሕቆን ቡንባ (ናይ ኢድ ቡንባ)
3. ዝተሓፀረ ዓይኒ ማይ
4. ብቦጥ መኪና ዝከፋፈል ማይ
5. ሩባ
6. ዕቋር ማይ
7. ካሊእ (ይገለፅ) ____________
602 ካብ ኣባላት ስድራኹም ኩሉ ጊዜ ማይ ዘምፅእ መን እዩ? 1. ኣዶ
2. ውላድ (ኣንስታይ)
3. ውላድ (ተባዕታይ)
4. ኣቦ
5. ካሊእ (ይገለፅ) _____________
603 ማይ ናብ እተምፅኡሉ ቦታ ኸይድኹም፣ ተፀቢኹም፣ _______________________ ደቂቃ
ቀዲሕኹም እስካብ እትምለሱ ክንደይ ጊዜ ይወስድ?
604 መዓልታዊ ናይ ማይ ኣቅርቦት ኣሎዶ? 1. እወ
2. ኣይፋሉን
605 እትረኽብዎ ናይ ማይ መጠን ንመስተ፣ መስርሒ ምግብን 1. እወ
ንመሰረታዊ ናይ ፅሬት ኣገልግሎትን እኹል ድዩ? 2. ኣይፋሉን
606 መትሐዚ ማይኩም ንመቀመጢ መስተ ማይ ውሑስ 1. እወ
(ዘተኣማምን) ድዩ? (መትሐዚ ማይ ይረአ)፡፡ እቱ መትሐዚ 2. ኣይፋሉን
ማይ ፀቢብ ኣፉ፣ ፅሩይን ዝኽደንን እነተኾይኑ እወ በል/ሊ፡፡
ተዘይኮይኑ ኣይፋሉን በል/ሊ፡፡
607 ንመስተ እትጥቀምሉ ማይ ትሕክምዎዶ? (ንስኻ/ኺ ወይ 1. እወ ኣይፋ
ካሊእ ኣባል ስድራኹም) 2. ኣይፋሉን ሉን
ናብ
609 ሕ
ለፍ
608 ንሕቶ ቁፅሪ 607 መልሱ እወ እንተኾይኑ እንታይ ዓይነት 1. ምፅራይ
መሐከሚ ሜላ ትጥቀሙ? (ናይ መልሲ ኣማራፅታት 2. ምፍላሕ
ኣይትንገር/ሪ፣ ልዕሊ ሓደ መልሲ ምሃብ ይከኣል እዩ) 3. ብኬሚካል ምሕካም
4. ብፀሓይ ምሕካም
5. ኣቀሚጥካ ዝግ ክብል ምግባር
6. ካሊእ (ይገለፅ) _____________
609 ንሕቶ ቁፅሪ 607 መልሱ ኣይፋሉን እንተኾይኑ ንምንታይ (ናይ 1. እቱ ማይ ፅሩይ እዩ
መልሲ ኣማራፅታት ኣይትንገር/ሪ፣ ልዕሊ ሓደ መልሲ ምሃብ 2. ማይ ከመይ ከም ዝሕከም
ይከኣል እዩ) ኣይንፈልጥን
3. ጊዜ የብልናን
4. መፃረይ ማይ ኣብ ገዛ ስለዘይብልና
5. ካሊእ (ይገለፅ) _____________
2.ከባብያዊ ፅሬት
701 ኣብ ገዛኹም ሽቃቅ ኣለኩምዶ? 1. እወ ኣይፋ
2. ኣይፋሉን ሉን
ናብ
706
ሕለፍ
702 ንሕቶ ቁፅሪ 701 መልሱ እወ እንተኾይኑ እንታይ ዓይነት ሽቃቅ 1. ዘመናዊ (መተንፈሲ ዘለዎ) ሽቃቅ
(ብምርኣይ ኣረጋግፅ/ፂ) 2. ብኮንኩሪት ዝተኸደነ ባህላዊ
ሽቃቅ
3. ብኮንኩሪት ዘይተኸደነ ባህላዊ
ሽቃቅ
4. ካሊእ (ይገለፅ) _____________
703 ንሕቶ ቁፅሪ 701 መልሱ እወ እንተኾይኑ ኩሉ ኣባል ስድራ 1. እወ
ይጥቀመሉዶ? 2. ኣይፋሉን
704 ንሕቶ ቁፅሪ 701 መልሱ እወ እንተኾይኑ ሳሙናን ማይን ወይ 1. እወ
ማይ ጥራሕ ዘለዎ ኢድ መሕፀቢ ኸ ኣለዎዶ? (ብምርኣይ 2. ኣይፋሉን
ኣረጋግፅ/ፂ)
705 ንሕቶ ቁፅሪ 704 መልሱ እወ እንተኾይኑ ኢድኩም ብምንታይ 1. ብማይን ሳሙናን
ትሕፀቡ 2. ብማይን ሓመኹሽትን/ሓሸዋን
3. ብማይ ጥራሕ
4. ካሊእ (ይገለፅ) _____________
706 ንሕቶ ቁፅሪ 701 መልሱ ኣይፋሉን እንተኾይኑ ኣባል ስድራኹም 1. ኣብ ደገ ንፍትን
ሽቃቅ ኣበይ ይጥቀም? 2. ናይ ማሕበረሰብ ሽቃቅ ንጥቀም
3. ኣብ ግቢ ዘሎ ናይ ሓባር ሽቃቅ
ንጥቀም
4. ካሊእ (ይገለፅ) _____________
707 ንሕቶ ቁፅሪ 706 መልሱ ኣብ ደገ ንፍትን እንተኾይኑ ኣባል 1. ሽቃቅ ስለዘይብልና
ስድራኹም ንምንታይ ኣብ ደገ ይፍትን 2. ሽቃቅ ሕማቅ ጨና ስለዘለዎ
3. ሽቃቅ ምጥቃም ዘይምቹ ስለዝኾነ
4. ናይ ባህሊ ተፅዕኖ (ዕንቅፋት)
5. ሽቃቅ ንምስራሕ ዓቅሚ
ስለዘይብልና
6. ካሊእ (ይገለፅ)
_______________________
708 ናይ ገዛኹም ደረቅ ጎሓፍ ኣበይ ተወግድዎ? 1. ኣብ ናይ ባዕልና ናይ ጎሓፍ ጉድጓድ
2. ኣብ ናይ ሓባር ናይ ጎሓፍ ጉድጓድ
3. ይቃፀል
4. ኣብ መይዳ ይጎሓፍ

3.ውልቀ ፅሬት
801 ብናትካ/ኪ ርእይቶ ኢድካ/ኪ እትሕፀበሉ/ብሉ ትኽክለኛ 1. ድሕሪ ምጥቃም ሽቃቅ
ጊዜ መዓዝ እዩ? (ናይ መልሲ ኣማራፅታት ኣይትንገር/ሪ፣ 2. ቅድሚ ምግቢ
ልዕሊ ሓደ መልሲ ምሃብ ይከኣል እዩ) 3. ቅድሚ ምድላው ምግቢ
4. ቅድሚ ህፃን ምምጋብ
5. ድሕሪ ዝፈተነ ህፃን ምፅራግ/ምፅራይ
6. ኣይፈልጥን
802 ለሞዓልቲ ኢድካ/ኪ መዓዝን መዓዝን ተሓፂብካ/ኪ? 1. ድሕሪ ምጥቃም ሽቃቅ
(ኣብ ዝሓለፈ 2 መዓልቲ ዝገበርካዮ/ክዮ ነገር 2. ቅድሚ ምግቢ
ኣስታውስ/ሲ፡፡ ቅድሚ ወይ ድሕሪ ዝኾነ ነገር 3. ቅድሚ ምድላው ምግቢ
ምግባርካ/ኪ ኢድካ/ኪ ዝተሓፀብካሉ/ክሉ ኣጋጣሚ 4. ቅድሚ ህፃን ምምጋብ
ነይሩዶ?) 5. ድሕሪ ዝፈተነ ህፃን ምፅራግ/ምፅራይ
6. ኣይፈልጥን
ዝርዝር ዓይነታት ምግቢ ኣብ 24 ሳዓት ንትሕቲ 5 ዓመት ህፃናት

901 ኣብዚ ገዛ ትሕቲ ሓደ ዓመት ዝኾነ ህፃን ኣብ ውሽጢ 24 ሳዓት ካብቶ ኣብታሕቲ ዝተዘርዘሩ ዝተመገቦም ኣየኖት እዮም
1 ስጋ፤፡እንቃቕሖ 1. እወ
2. ኣይፋሉን
2 ፃባን ውፅኢት ፃባን 1. እወ
2. ኣይፋሉን
3 ሰርያልስ፣ስገም፣ስርናይ፣ዕፉን፣ማሽላ ወዘተ 1. እወ
2. ኣይፋሉን
4 እትክለቲ ፣ ሰላጣ፣ቀስጣ፣ ወዘተ 1. እወ
2. ኣይፋሉን
5 ፍራምረ፣ኣራንሺ፣ ማንጎ፣ሙዝ ፣ለሚን ወዘተ 1. እወ
2. ኣይፋሉን
6 ሱራሱር፣ድንች፣ቀይስር፣ወዘተ 1. እወ
2. ኣይፋሉን
7 ናይ ብልዒ ቅብኣታት 1. እወ
ዘይቲ፣ጠስሚ ወዘተ 2. ኣይፋሉን

You might also like