You are on page 1of 5

ሰደቃ :- ኣጠቃቅማ ስርዓት ሓበሬታ ጥዕና ንምድህሳስ ዝተዳለ መጠይቅ

ክፍሊ 1a. ትካል ጥዕና ዝምልከት ሓበሬታ


101 ሽም ትካል ጥዕና

102 እቲ ትካል ጥዕና ዝርከበሉ ወረዳ ወይ ከተማ___________

103 ዓይነት ትካል ጥዕና 1) ጣበያ ጥዕና


2) ሆስፒታል

104 እቲ ትካል ዝርከበሉ ከባቢ 1) ገጠር


2) ከተማ
105 መፍለይ ቁፅሪ ተጠያቒ ............

ክፍሊ 1b. ድሕረ ባይታ ተሳታፋይ

106 ድዕመ ተጠያቒ a) 20-29 b) 30-39 c) 40-49

d) 50-50 d) ልዕሊ 60
107 ፆታ ተሳታፋይ a) ተባ b) ኣነ
108 ሞያ 1. ስፐሻሊስት
2. ጠቕላላ ሓኪም
3. ጥዕና መኮነን
4. ነርስ
5. ሚድዋይፍሪ
6. ፋርማሲስት
7. ላቦራቶሪ
8. ሄልዝ ኢንፎርማቲክስ(HIT, BHI)
9. ካሊእ ይጠቀስ______________

109 ደርጃ ትምህርቲ 1) ዲፕሎማ 2) ዲግሪ


3) ማስተር 4) ክሊእ ይጠቀስ_______
110 ሐዚ ዝሰርሕሉ ዲፓርትመንት _______________

111 ተጠያቒ ኣብ ትካል ጥዕና ዘለዎ ሓላፍነት


a) ዳይሬክተር b) ኬዝ-ቲም መተሓባበሪ
c)HMIS መተሓባበሪ d) ዲፓርትመንት ሓልፊ e)
ጥዕና በዓል ሞያ(ተወሳኪ ሓላፍነት የብለይን)
f)ካሊእ __________________
113 ስራሕ ልምዲ 1) ትሕቲ ሓደ ዓመት
2) ሓደ ዓመት
3) ካብ ሓደ ክሳብ ሰለስተ ዓመት
4) ካብ 4 ክሳብ 6 ዓመት
5) ልዕሊ 6 ዓመት
114 ወርሓዊ መሃያ(ብብር) _______________________

ክፍሊ ክልተ መጠይቕ ህላወ እታዎታት


ሕቶ መልሲ
201 ንናይ ስርዓት ሓሬታ ስራሕቲ መስርሒ ዝተዳለወ ክፍሊ ኣሎ ዶ ? 1. እወ 2.ኣይፋል 3. ኣይፈልጦን
ናይ ሕቶ ቁፅሪ 201 መልስኹም ኣይፋል እንተኾይኑ ምክንያት
202
ክኾኑ ዝክእሉ እንታይ እዮም ይብሉ/ላ ?
203 ትካል ጥዕና ኪኢላ ስርዓት ሓበሬታ (HIT) ኣሎ ዶ? 1. እወ 2.ኣይፋል 3. ኣይፈልጦን
ናይ ሕቶ ቁፅሪ 203 መልስኹም ኣይፋል እንተኾይኑ ምክንያት
204
ክኾኑ ዝክእሉ እንታይ እዮም ይብሉ/ላ?
205 ትካል ጥዕና ንስራዓት ሓበሬታ በጀት ይምድብ ዶ? 1. እወ 2.ኣይፋል 3. ኣይፈልጦን
ናይ ሕቶ ቁፅሪ 205 መልስኹም እወ እንተኾይኑ መጠን እቲ በጀት
207
እንታይ ይብሉ/ላ?
ኣብ ጥዕና ትካል ኣድላይ ዝበሃሉ ናይ ስርዓት ሓበሬታ እታዎታት
208 1. እወ 2.ኣይፋል 3. ኣይፈልጦን
ኣለው ዶ ?
ናይ ሕቶ ቁፅሪ 208 መልስኹም ኣይፋል እንተኾይኑ ምክንያት
209
ክኾኑ ዝክእሉ እንታይ እዮም ይብሉ/ላ ?
210 ወሰንቲ መሰረተ ልምዓታት ኣብ ትካልኩም ኣለው ዶ? 1. እወ 2.ኣይፋል 3. ኣይፈልጦን
ናይ ሕቶ ቁፅሪ 212 መልስኹም ኣይፋል እንተኾይኑ ምክንያት
211
ክኾኑ ዝክእሉ እንታይ እዮም ይብሉ/ላ?
ጥዕና ትካልኩም ናይ ስርዓት ሓበሬታ ሕትመታት ን 3 ወርሒ
212 1. እወ 2.ኣይፋል 3. ኣይፈልጦን
ዝኣክል ኣለዎ ዶ?
ናይ ሕቶ ቁፅሪ 212 መልስኹም ኣይፋል እንተኾይኑ ምክንያት
213
ክኾኑ ዝክእሉ እንታይ እዮም ይብሉ/ላ?
1. ጠቆምቲ ስርዓት ሓበሬታ ጥዕና
2. ናይ ስርዓት ሓበሬታ ሕማማት ዝርዝር
214 ኣብ ጥዕና ትካልኩም ኣየናይ ኢደመጋብር ይርከቡ? 3. ናይ ስርዓት ሓበሬታ ኣሰራርሓ ዝርዝር
4. ናይ ስርዓት ሓበሬታ ኣጠቓቕማ ዝርዝር
5. ኩሎም የለውን
ናይ ሕቶ ቁፅሪ 220 መልስኹም ኣይፋል እንተኾይኑ ምክንያት
215
ክኾኑ ዝክእሉ እንታይ እዮም ይብሉ/ላ?
ትካልኩም (ጥዕና ጣብያ 24 ሜ ስኬርን ንሆስፒታል 36 ሜ ስኬር)
216 1. እወ 2.ኣይፋል 3. ኣይፈልጦን
ስፍሓት ዘለዎ ካርዲ ክፍሊ ኣለዎ ዶ ?
ናይ ሕቶ ቁፅሪ 222 መልስኹም ኣይፋል እንተኾይኑ ምክንያት
217
ክኾኑ ዝክእሉ እንታይ እዮም ይብሉ/ላ ?
218 ትካልኩም ኤሌክትሮኒክ ስርዓት ሓበሬታ ኣለዎ ዶ ? 1. እወ 2.ኣይፋል 3. ኣይፈልጦን
ናይ ሕቶ ቁፅሪ 224 መልስኹም ኣይፋል እንተኾይኑ ምክንያት
219
ክኾኑ ዝክእሉ እንታይ እዮም ይብሉ/ላ ?
220 ትካልኩም ኤሌክትሮኒክ ካርዲ ክፍሊ ኣለዎ ዶ ? 1. እወ 2.ኣይፋል 3. ኣይፈልጦን
ናይ ሕቶ ቁፅሪ 226 መልስኹም ኣይፋል እንተኾይኑ ምክንያት
221
ክኾኑ ዝክእሉ እንታይ እዮም ይብሉ/ላ ?
222 ጥዕና ትካልኩም መረዳእታ ብሃርድ ኮፒ ይሕዝ ዶ ? 1. እወ 2.ኣይፋል 3. ኣይፈልጦን
ናይ ሕቶ ቁፅሪ 228 መልስኹም ኣይፋል እንተኾይኑ ምክንያት
223
ክኾኑ ዝክእሉ እንታይ እዮም ይብሉ/ላ ?
224 ጥዕና ትካልኩም መረዳእታ ሶፍት ኮፒ ይሕዝ ዶ? 1. እወ 2.ኣይፋል 3. ኣይፈልጦን
ናይ ሕቶ ቁፅሪ 230 መልስኹም ኣይፋል እንተኾይኑ ምክንያት
225
ክኾኑ ዝክእሉ እንታይ እዮም ይብሉ/ላ ?
226 ጥዕና ትካልኩም ዝሰልጠነ ካርዲ ክፍሊ ባዓል ሞያ ኣለዎ ዶ ? 1. እወ 2.ኣይፋል 3. ኣይፈልጦን
ናይ ሕቶ ቁፅሪ 232 መልስኹም ኣይፋል እንተኾይኑ ምክንያት
227
ክኾኑ ዝክእሉ እንታይ እዮም ይብሉ/ላ ?

ክፍሊ ሰለስተ: ከይዲ ኣሰራርሓ ስርዓት ሓበሬታ


ቁ ሕቶታት መልሲ
301 ብክፍልኩም ዝተሰረሑ ስራሕቲ ኣብ መዝገብ ሽዑ ንሽዑ 1. እወ 2.ኣይፋል 3. ኣይፈልጦን
ዶ ይመዝገብ
302 ንሕቶ ቁፅሪ 301 መልስኩም ኣይፋሉን እንተኮይኑ ናይዚ 1. ፃዕቂ ስራሕ ምህላው
ምክንያት እንታይ ክክውን ይክእል ኢልኩም ትሓስቡ 2. መዓልታዊ ምምዝጋብ ኣድላይ ኣይኮነን
3. ሕፅረት መዛግብቲ ብምህላዉ
4. ካሊእ እንተኮይኑ ይገለፅ
303 ድሕሪ ግልጋሎት ምሓብ ሽዑ ንሽዑ ታሊ ይግበር ዶ 1. እወ 2.ኣይፋል 3. ኣይፈልጦን
304 ንሕቶ ቁፅሪ 303 መልስኩም ኣይፋሉን እንተኮይኑ ናይዚ 1. ፃዕቂ ስራሕ ምህላው
ምክንያት እንታይ ክክውን ይክእል ኢልኩም ትሓስቡ 2. መዓልታዊ ምምዝጋብ ኣድላይ ኣይኮነን
3. ሕፅረት ታሊ መግበሪ ብምህላዉ
4. ካሊእ እንተኮይኑ ይገለፅ
305 ክፍልኩም ኣብ መዛግብቲ ስርዓት ሓበሬታ ጥዕና ዘሎ
1. እወ 2.ኣይፋል 3. ኣይፈልጦን
ባእታታት ጥራሕ ድዩ ዝጥቀም
306 ንሕቶ ቁፅሪ 305 መልስኩም ኣይፋሉን እንተኮይኑ ናይዚ 1. ኣፍልጦ ክፍተት ምህላው
ምክንያት እንታይ ክክውን ይክእል ኢልኩም ትሓስቡ 2. ኣብ ስርዓት ሓበሬታ ጥዕና ዘለዉ ባእታታት ሙልእነት
ዘይምህላው
3. ካሊእ እንተኮይኑ ይገለፅ
307 ኣብ ክፍልኩም ናዘለዉ ሰራሕተኛታት ብዛዕባ ስርዓት
1. እወ 2.ኣይፋል 3. ኣይፈልጦን
ሓበሬታ ጥዕና ዝልጠና ተዋሂቡ ዶ
308 ንሕቶ ቁፅሪ 307 መልስኩም ኣይፋሉን እንተኮይኑ ናይዚ 1. ዘሰልጥን ስብ የለን
ምክንያት እንታይ ክክውን ይክእል ኢልኩም ትሓስቡ 2. ስልጠና ኣየድልይን
3. እኹል ዝኾነ መሰልጠኒ ናውቲ የለን
4. ካሊእ እንተኮይኑ ይገለፅ
309 ክፍልኹም ሰታንዳርድ መዛግብቲ ስርዓት ሓበሬታ ዶ
1. እወ 2.ኣይፋል 3. ኣይፈልጦን
ይጥቀም
310 ንሕቶ ቁፅሪ 309 መልስኩም ኣይፋሉን እንተኮይኑ ናይዚ 1. መዛግብቲ ስርዓት ሃበሬታ ኣይተወሓበን
ምክንያት እንታይ ክክውን ይክእል ኢልኩም ትሓስቡ 2. መዛግብቲ ስርዓት ሓበሬታ ኣድልይን
3. ካሊእ እንተሓልዩ ይገለፅ
311 ካብ ደገ ድጋፋዊ ዑደትን ግበረ መልሲ ይወሃበኩም ዶ 1. እወ 2.ኣይፋል 3. ኣይፈልጦን
312 ንቁፅሪ 311 እወ እንተኾይኑ ምልስኹም በቢክንደይ ግዜ 1. ወርሓዊ
ይወሓብ/ትረኽቡ 2. በቢርብዒ ዓመት
3. በቢፍርቂ ዓመት
4. ዓመታዊ
5. ካሊእ እንተሓልዩ ይገለፅ
313 ምጥቅም ስርዓት ሓበሬታ ጥዕና ኣብ ትካልኩም ከመይ 1. ኣዝየ ይስማማእ
ትስማእምኡሉ 2. ይስማማእ
3. ኣይስማማእን
4. ኣዝየ ኣይስማማእን
5. እርግፀኛ ኣይኮንኩን
314 ስልጠት ስርዓት ሓበሬታ ጥዕና ኣብ ዳታ 1. ኣዝየ ይስማማእ
ስታንዳርዳዘሽን/ወጥነት/ ከመይ ትስማምእሉ 2. ይስማማእ
3. ኣይስማማእን
4. ኣዝየ ኣይስማማእን
5. እርግፀኛ ኣይኮንኩን
315 ስርዓት ሓበሬታ ጥዕና ኣብ ምቅናስ ዘይድለይቲ ዳታ 1. ኣዝየ ይስማማእ
ዘለዎ ስምምእነትኩም ከመይ ትገልፅዎ 2. ይስማማእ
3. ኣይስማማእን
4. ኣዝየ ኣይስማማእን
5. እርግፀኛ ኣይኮንኩን
316 ስርዓት ሪፖርት ቀልል ክኸውን ኣብ ምግባር ስርዓት 1. ኣዝየ ይስማማእ
ሓበሬታ ጥዕና ስምምእነትኩም ከመይ ትሰርእዎ 2. ይስማማእ
3. ኣይስማማእን
4. ኣዝየ ኣይስማማእን
5. እርግፀኛ ኣይኮንኩን
317 ስርዓት ሓበሬታ ጥዕና ኣብ ኣተሓሕዛ ዳታ ትሑት ወፃኢ 1. ኣዝየ ይስማማእ
ዘለዎ ምኳኑ ስምምእነትኩም ከመይ ትሰርእዎ 2. ይስማማእ
3. ኣይስማማእን
4. ኣዝየ ኣይስማማእን
5. እርግፀኛ ኣይኮንኩን
318 ስርዓት ኣተሓሕዛ መረዳእታ ጥዕና ኣብ ምንፃር ፀገማትን 1. ኣዝየ ይስማማእ
ምፍታሕን ዘለዎ እጃም ስምምእነትኩም ከመይ 2. ይስማማእ
ትሰርእዎ 3. ኣይስማማእን
4. ኣዝየ ኣይስማማእን
5. እርግፀኛ ኣይኮንኩን
319 ስርዓት ኣተሓሓዛ ሓበሬታ ጥዕና ምስ ወረዳ ፣ክልል ን 1. ኣዝየ ይስማማእ
ፈደራል ዘሎ ርክብ ቅልል ክብል ኣብ ምግባር ዘለዎ 2. ይስማማእ
ስምምእነትኩም ከመይ ትሰርእዎ 3. ኣይስማማእን
4. ኣዝየ ኣይስማማእን
5. እርግፀኛ ኣይኮንኩን
320 ሓበርቲ/ጠቆምቲ ስርዓት ሓበሬታ ጥዕና ወጥነት ዘለዎም 1. ኣዝየ ይስማማእ
ምዃኑ ከመይ ትስማምእሉ 2. ይስማማእ
3. ኣይስማማእን
4. ኣዝየ ኣይስማማእን
5. እርግፀኛ ኣይኮንኩን
321 ቅጥዕታት ስርዓት ሓበሬታ ጥዕና ብዝግባእ ዝተዳለወ 1. ኣዝየ ይስማማእ
ንምዃኑ ከመይ ትስማምእሉ 2. ይስማማእ
3. ኣይስማማእን
4. ኣዝየ ኣይስማማእን
5. እርግፀኛ ኣይኮንኩን
322 ቅጥዕታት ብዝሰልጠነ ሰራሕተኛ ዝምላእ ዘሎ ምዃኑ 1. ኣዝየ ይስማማእ
ከመይ ትስማምእሉ 2. ይስማማእ
3. ኣይስማማእን
4. ኣዝየ ኣይስማማእን
5. እርግፀኛ ኣይኮንኩን

4. ንናይ ትካል ጥዕና ሓለፍቲ ዝተዳለዉ ቀለ መሕትት


ክፍሊ ኣርባዕተ : ኣጠቓቕማ መረዳእታ
ቁ. ሕቶ መልሲ መብርሂ
401 ትካል ጥዕናኹም ዝተኣከበ መረዳእታ ንውሳነ
1. እወ 2.ኣይፋል 3. ኣይፈልጦን
ምሃብ ይጥቀመሉ ዶ
402 ናይ ሕቶ ቁፅሪ 212 መልስኹም እወ እንተኾይኑ 1. ንቐፃሊ ትልሚ ምንሓዝ
መረዳእታ ንምንታይ ትጥቀምሉ ? 2. ኣወሃህባ ግልጋሎት ካብ ግዜ ናብ ግዜ
ንምውድዳር
3. ንፋይናንሳዊ እቶት ንምድንፋዕ
4. ካሊእ ይገለፅ ............
403 ዝተኣከበ ረዳእታ ናይ ትካል ጥዕና ሰራሕተኃ
1. እወ 2.ኣይፋል 3. ኣይፈልጦን
ብቐሊሉ ክጥቀምሉ ይኽእሉ ዶ
404 መረዳእታ ንምጥቃም መበራታትዒ ኣሎ ዶ 1. እወ 2.ኣይፋል 3. ኣይፈልጦን
405 ናይ ሕቶ ቁፅሪ 404 መልስኹም እወ እንተኾይኑ 1. ቅርሺ
ይጥቀሱ ? 2. ስልጠና
3. ኣፍልጦ
4. ካሊእ ይገለፅ ............
406 ኣብ ትካል ጥዕናኹም ናይ ኣጠቓቕማ መረዳእታ
1. እወ 2.ኣይፋል 3. ኣይፈልጦን
ዝተዳለወ ፖሊሲ ኣሎ ዶ
407 ናይ መረዳእታ ኣተሓሕዛ ሕግን ደንብን ኣሎ ዶ 1. እወ 2.ኣይፋል 3. ኣይፈልጦን
408 ትካል ጥዕናኹም ናይ መረዳእታ ኣተሓሕዛን
1. እወ 2.ኣይፋል 3. ኣይፈልጦን
ኣወጋግዳ ሕግን ደንብን ኣሎ ዶ
409 ትካል ጥዕናኹም ናይ መረዳእታ ቐብብል ሕግን
1. እወ 2.ኣይፋል 3. ኣይፈልጦን
ደንብን ኣሎ ዶ
410 ትካል ጥዕናኹም ናይ መረዳእታ ቐብብል ካብ
1. እወ 2.ኣይፋል 3. ኣይፈልጦን
ሪፖርት ወፃኢ ካሊእ መንገዲ ኣለዎ ዶ

You might also like