You are on page 1of 21

nU¶T Uz¤È TG‰Y

yTG‰Y nU¶T Uz¤È


Bÿ‰êE KL§êE mNGStE TG‰Y
yTG‰Y B¼¤‰êE KL§êE mNGST
mbL 26 ›mT ቐ.1 መቐለ 26¾ ›mT qÜ.1 መቐለ
101 /2011ዓ/ም BˆL×T b¤T M<¶ Bÿ‰êE KL§êE mNGStE TG‰Y Zw{ 101 /2011›/M

ቑፅሪ ደንቢ 101/ 2011 ዓ.ም ደንብ ቁጥር 101/ 2011 ዓ.ም
ሰራሕተኛታት ቤት ፅሕፈት ዋና ኦዲተር፣ ውልቀ የትግራይ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስት ዋና ኦዲተር
ኦዲተራትን ፈላጣት ሒሳብን ብሄራዊ ክልላዊ ፅሕፈት ቤት ሰራተኞች፣ የግል ኦዲተሮችና ሒሳብ
መንግስቲ ትግራይ ንምምሕድዳር ዝወፀ ደንቢ አዋቂዎች ለማስተዳደር የወጣ ደንብ
ቤት ፅሕፈት ዋና ኦዲተር ብሄራዊ ክልላዊ የትግራይ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስት የዋና ኦዲተር
መንግስቲ ትግራይ ኣወዳድባ ሓይሊ ሰቡን በጀቱን ጽሕፈት ቤት የሰው ሓይል አደረጃጀትና በጀት
ብቀጥታ ናብ ቤት ምኽሪ ኣቕሪቡ ከፅድቕ ኣድላይ በቀጥታ ለምክር ቤቱ አቅርቦ መፅደቅ ኣስፈላጊነቱ
ስለ ዝተኣመነሉ፣ ስለታመነበት፣
ውልቀ ኦዲተራትን ሒሳብ ፈላጣትን ብዝሰርሕዎ የግል ኦዲተሮችና የሒሳብ አዋቂዎች በሰሩት
ጥፍኣት ፍቓዶም እንትስረዝን እንትእገድን ጥፋት ፈቃዳቸው ሲሰረዝና ሲታገድ ቅሬታ
ጥርዓን ከመይ ከም ዘቕርቡን ስርዓት ይግበአኒ እንዴት እንደሚያቅርቡና የይግባይኝ ስርዓት
ከመይ ከም ዝተኣናገድን ስርዓት ስለ ዘይነበሮ እንዴት እንደሚስተናገድ ስርዓት ስለላልነበረው
ናይዞም ኣካላት መሰል ምርካብ ፍትሒ ብግልፂ እነዚህ ኣካላት ፍትሕ የማግኘት መብት በግልፅ
ምድንጋግ ኣድላይ ኾይኑ ብምርካቡ፣ መደንገግ ኣስፈላጊ ሆኖ በመገኘቱ፣
ቤት ምኽሪ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ የትግራይ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስት ምክር ቤት
ብመሰረት ዝተመሓየሸ ሕገ-መንግስቲ ትግራይ ተሻሽሎ በወጣው የትግራይ ሕገ-መንግስት ኣንቀጽ
ዓንቀፅ 49/3/ሀ/ ዝተወሃቦ ስልጣን እዚ ደንቢ ንኡስ ኣንቀጽ 49/3/ሀ/ በተሰጠው ስልጣን
ኣውፂኡ ኣሎ፡፡ መሰረት ይህ ደንብ ኣውጥተዋል፡፡

nU¶T Uz¤È ‚Ü.­.ú


ÂY ˆd êU nU¶T Uz¤È ­.ú.qÜ 291
ÃNÇ êU
ብር 11.65
1
ገፅ 2 ነጋሪት ጋዜጣ ትግራይ ደንቢ ቑ. 101/2011 ዓ.ም ገፅ 2 የትግራይ ነጋሪት ጋዜጣ ደንቢ ቁ. 101/2011ዓ.ም

ክፍሊ ሓደ ክፍል ኣንድ


ሓፈሻዊ ድንጋገታት ጠቅላላ ድንጋጌዎች
ዓንቀፅ 1 ሓፂር ርእሲ ዓንቀፅ 1 ኣጭር ርዕስ

እዚ ደንቢ "ተመሓይሹ ዝወፀ ደንቢ መተሻዳደሪ ይህ ደንብ "የትግራይ ክልል ዋና ኦዲተር ፅሕፈት
ሰራሕተኛታት ቤት ፅሕፈት ዋና ኦዲተር ክልል ቤት ሰራተኞች፣ የግል ኦዲተሮችና ሒሳብ
ትግራይ፣ ውልቀ ኦዲተራትን ፈላጣት ሒሳብን" አዋቂዎች ተሻሽሎ የወጣ መተዳደርያ ደንብ"
ተባሂሉ ክጥቀስ ይኽእል፡፡ ተብሎ ሊጠቀስ ይችላል፡፡
ዓንቀፅ 2 ትርጉም ዓንቀፅ 2 ትርጓሜ

ስልጣንን ተግባርን ቤት ፅሕፈት ዋና ኦዲተር የትግራይ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስት ዋና ኦዲተር


ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ንምውሳን ፅሕፈት ቤት ስልጣን እና ተግባር ለመወሰን
ተመሓይሹ ኣብ ዝወፀ ቁፅሪ ኣዋጅ 304/2010 ተሻሽሎ በወጣው አዋጅ ቁጥር 304/2010
ዝተወሃበ ትርጉም ከም ዘሎ ኾይኑ ኣብዚ ደንቢ የተሰጠው ትርጉም እንዳለ ሁኖ በዚህ ደንብ
ውሽጢ፡- ውስጥ፡-

1. "ክልል" ማለት ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ 1. "ክልል" ማለት የትግራይ ብሔራዊ ክልላዊ
ትግራይ እዩ ። መንግስት ማለት ነው ።
2. "ቤት ምኽሪ" ማለት ቤት ምኽሪ ክልል እዩ። 2. "ምክር ቤት" ማለት የክልል ምክር ቤት ነው፡፡
3."ቤት ፅሕፈት" ማለት ቤት ፅሕፈት ዋና ኦዲተር 3. "ፅሕፈት ቤት" ማለት የክልል ዋና ኦዲተር
ክልል እዩ። ፅሕፈት ቤት ማለት ነው።
4. "ኣዋጅ" ማለት ስልጣንን ተግባርን ቤት ፅሕፈት 4. "አዋጅ" ማለት ዋና ኦዲተር ፅሕፈት ቤት
ዋና ኦዲተር ንምውሳን ተመሓይሹ ዝወፀ ቁፅሪ ስልጣን እና ተግባር ለመወሰን ተሻሽሎ የወጣ
ኣዋጅ 304/ 2010 ዓ/ም እዩ፡፡ አዋጅ ቁጥር 304/ 2010 ዓ/ም ነው፡፡
5."ማሕበር ሞያ" ማለት ብብርኪ ፌደራል ወይ 5. "የሙያ ማሕበር" ማለት በፌደራል ወይም
ክልል ሰብ ሙያ ኦዲትን ሒሳብን ዘጣየሽዎ በክልል ደረጃ የኦዲት እና ሒሳብ ባለሙያዎች
ማሕበር እዩ፡፡ ያቋቆሙት ማሕበር ነው ፡፡
6. “መተሓባበሪ ኮሚቴ” ማለት መተሓባበሪ 6. “አስተባባሪ ኮሚቴ” ማለት የምክር ቤት
ኮሚቴ ቤት ምኽሪ እዩ፡፡ አስተባባሪ ኮሚቴ ነው።
7. “ሰራሕተኛ” ማለት ኣብ ቤት ፅሕፈት ዋና
7. “ሠራተኛ” ማለት በዋና ኦዲተር ፅሕፈት ቤት
ኦዲተር ብቐዋምነት ተቖፂሩ ዝሰርሕ ሰራሕተኛ
በቀዋሚነት ተቀጥሮ የሚሰራ ሰራተኛ ሲሆን ዋና
እንትኸውን ዋና ኦዲተርን ምክትል ዋና
ኦዲተርና ምክትል ዋና ኦዲተርን ኣይጨምርም፡፡
ኦዲተርን ኣይሓውስን፡፡
2
ገፅ 3 ነጋሪት ጋዜጣ ትግራይ ደንቢ ቑ. 101/2011 ዓ.ም ገፅ 3 የትግራይ ነጋሪት ጋዜጣ ደንቢ ቁ. 101/2011ዓ.ም

8. “መሃያ” ማለት ኣብ ሓደ ብርኪ ስራሕ ተመዲቡ 8. “ደመወዝ” ማለት በኣንድ የስራ ደረጃ ተመድቦ
ዝሰርሕ ንሰራሕተኛ ዝኽፈል ክፍሊት እዩ፡፡ ለሚሰራ ሰራተኛ የሚከፈል ክፍያ ነው፡፡
9. “ብርኪ ዕብየት” ማለት ሰራሕተኛ ካብ ዝሓዞ 9. “የደረጃ እድገት” ማለት ሰራተኛ ከያዘው የስራ
ብርኪ ስራሕ ናብ ዝለዓለ ብርኪ ስራሕ ምዕባይ ደረጃ ከፍ ወደአለ የስራ ደረጃ ማደግ ነው፡፡

እዩ፡፡
10. “ከይዲ ስራሕ” ማለት ኣውራን ደገፍትን 10. “የስራ ሂደት” ማለት ዋና እና ድጋፍ ሰጪ

ከይዲ ስራሕቲ ዘጠቓለለ እዩ፡፡ የስራ ሂደቶችን ያጠቃለለ ነው፡፡

ዓንቀፅ 3 ኣገላልፃ ፆታ ዓንቀፅ 3 የፆታ አገላለፅ

ኣብዚ ደንቢ ብተባዕታይ ፆታ ዝተደንገገ በዚህ ደንብ በወንድ ፆታ የተደነገገው የሴት ፆታም

ንኣነስታይ ፆታ እውን ዝሓውስ እዩ፡፡ ያካትታል፡፡

ዓንቀፅ 4 ወሰን ተፈፃምነት ዓንቀፅ 4 የተፈፃሚነት ወሰን


እዚ ደንቢ ኣብ ቤት ፅሕፈት ተቖፂሮም ኣብ ይህ ደንብ በፅሕፈት ቤቱ ተቀጥረው በሚሰሩ
ዝሰርሑ ሰራሕተኛታትን ፍቓድ ስራሕ ሙያ ሰራተኞችና የሙያ ምስክር አግኝተው በኦዲትና
ኦዲትን ሒሳብን ረኺቦም ዝሰርሑ ውልቀ ሒሳብ ስራ በሚሰሩ የግል ኦዲተሮችና ሒሳብ
ኦዲተራትን ፈላጣት ሒሳብን ተፈፃሚ ይኸውን፡፡ አዋቂዎች ላይ ተፈፃሚ ይሆናል ፡፡
ክፍሊ ክልተ ክፍል ሁለት
መሃያን ዝተፈላለዩ ጥቕማ ጥቕምን ደመወዝና ልዩልዩ ጥቅማ ጥቅሞች
ዓንቀፅ 5 ብዛዕባ ስኬል መሃያ ዓንቀፅ 5 ስለ ደመወዝ ስኬል
1. እዚ ቤት ፅሕፈት ስኬል መሃያ ሰራሕተኛታት 1. ፅሕፈት ቤቱ የሰራተኞች ደመወዝ ስኬል
ብምፅናዕ ንውሳነ ናብ መተሓባበሪ ኮሚቴ አጥንቶ ለአስተባባሪ ኮሚቴ ለውሳኔ ያቀርባል፣
የቕርብ፣ እንትፍቀድ ተግባራዊ ይገብር፣ ሲፈቀድም ተግባራዊ ያድርጋል፣
2. ነፍስ ወከፍ ብርኪ ስራሕ መበገስን መወዳእታን 2. ለያንዳንዱ የስራ ደረጃ መነሻና መድረሻ
ስኬል መሃያ ይህልዎ፣ ስኬል ደመወዝ ይኖረዋል፣
3. እዚ ቤት ፅሕፈት ኣድላይ ኾይኑ እንትረኽቦ 3. ፅሕፈት ቤቱ አስፈላጊ ሆኖ ሲያገኘው
በብእዋኑ ዝመፁ ለውጥታት ኢኮኖምን ካልኦት በየግዜው ለሚመጡ የኢኮኖሚ ለውጦችና ሌሎች
ኩነታትን ዘገናዘበ መመሓየሺ ብርኪ መሃያ ሁኔታዎች ያገናዘበ የደመወዝ ስኬል ማሻሻያ
እናፅነዐ ንውሳነ ናብ መተሓባበሪ ኮሚቴ እያጠና ለአስተባባሪ ኮሚቴ ለውሳኔ ያቅርባል ፣
የቕርብ፣ እንትፍቀድ ተግባራዊ ይገብር ፣ ሲፈቀድም ተግባራዊ ያድርጋል፣
4. እዚ ቤት ፅሕፈት ፍሉይ ሞያ ዘለዎም ሰብ 4. ፅሕፈት ቤቱ ልዩ ሙያ ያለቸው የኦዲት
ሞያ ኦዲት ሕፅረት ኣብ ዘጋጥምዎ መደባት ሙያተኞች እጥረት በሚያጋጥማቸው የስራ

3
ገፅ 4 ነጋሪት ጋዜጣ ትግራይ ደንቢ ቑ. 101/2011 ዓ.ም ገፅ 4 የትግራይ ነጋሪት ጋዜጣ ደንቢ ቁ. 101/2011ዓ.ም

ስራሕ ብፕሮሰስ ካውንስል እናተወሰነ ካብ መደቦች በፕሮሰስ ካውንስል እየተወሰነ ከመነሻ


መበገሲ መሃያ ክሳብ ሳልሳይ እርከን ዝበፅሕ ደመወዝ እስከ ሦስት እርከን የሚደርስ ደመወዝ
መሃያ ብምኽፋል ሰራሕተኛ ምቑፃር ይኽእል፣ በመክፈል ሰራተኛ መቅጠር ይችላል፣
5. እቲ ቤት ፅሕፈት ኣድላይ ኾይኑ እንትረኽቦ 5. ፅሕፈት ቤቱ አስፈላጊ ሆኖ ሲያገኘው
ብመትከላት መሰረታዊ ለውጢ ከይዲ ስራሕ ኣብ በመሰረታዊ የስራ ሂደት ለውጥ መርሆዎች መሰረት
መፅናዕቲ ብምድራኽ በዝሕን ዓይነትን ከይዲ በጥናት ላይ በመመስረት የስራ ሂደቶች ብዛትና
ስራሕቲ ክውስኽ ወይ ክንኪ ይኽእል፣ ዓይነት ሊጨምር ወይም ሊቀንስ ይችላል፣
6. ኣብዚ ዓንቀፅ ንኡስ ዓንቀፅ 5 ዝተደንገገ 6. በዚህ ዓንቀፅ ንኡስ ዓንቀፅ 5 የተደነገገው
ብመትከላት መሰረታዊ ለውጢ ከይዲ ስራሕ በመሰረታዊ የስራ ሂደት ለውጥ መርሆዎች መሰረት
እናተረኣየ ብመተሓባበሪ ኮሚቴ እንትፀድቕ እየታየ በአስተባበሪ ኮሚቴ ሲፀድቅ ተፈፃሚ
ተፈፃሚ ይኸውን። ይሆናል።
ዓንቀፅ 6 ዝተፈላለዩ ጥቕማ ጥቕሚ ዓንቀፅ 6 ልዩ ልዩ ጥቅማ ጥቅሞች
እቲ ቤት ፅሕፈት ፅሬትን ሰለጤንን ዘለዎ ስራሕ ፅሕፈት ቤቱ ውጤታማና ጥራት ያለው የኦዲት ስራ
ኦዲት ንምስራሕ ኣድላይ ኾይኑ እንትረኽቦ ባህሪ ለማከናወን አስፈላጊ ሆኖ ሲያገኝው የስራ ባህሪው
ስራሕ ኣብ ግምት ብምእታው ዝተፈላለዩ ጥቕማ ግምት ውስጥ በማስገባት ልዩ ልዩ ጥቅማ ጥቅሞችና
ጥቕምን መጠን ክፍሊቶምን ብምፅናዕ ናብ የክፍያ መጠናቸውን በማጥናት ለውሳኔ
መተሓባበሪ ኮሚቴ ንውሳነ ከቕርብ ይኽእል፣ ለአስተባባሪ ኮሚቴ ሊያቅርብ ይችላል፣ ሲፈቀድ
እንትፍቀድ ተግባራዊ ይገብር፡፡ ተግባራዊ ያደርጋል፡፡
ክፍሊ ሰለስተ ክፍል ሦስት
ክፍት የስራ መደቦች በሰራተኛ ማሰያዝ ፣ መደበኛ
ክፍቲ መደብ ስራሕ ብሰራሕተኛታት ምትሓዝ፣
የሥራ ሰዓት፣ የድስፕሊን እርምጃ አወሳሰድና
ስሩዕ ሰዓት ስራሕ፣ ኣወሳስዳ ስጉምቲ
የቅሬታ አቀራረብ
ድስፕሊንን ኣቀራርባ ቅሬታን

ዓንቀፅ 7 ቑፃር ፣ ምደባ ፣ ድልድል ፣ ዕብየትን ዓንቀፅ 7 ቅጥር፣ ምደባ፣ ድልድል፣ ዕድገትና
ዝውውርን ዝውውር

1. ከይዲ ኣፈፃፅማ ቑፃር፣ ምደባ፣ ድልድል፣ 1. የሰራተኞች ቅጥር፣ ምደባ፣ ድልድል፣


ዕብየት፣ ዝውውርን ዕረፍቲ ወሊድን ዕድገት፣ ዝውውርና የወሊድ እረፍት አፈፃፀም
ሰራሕተኛታት ብመሰረት ሕጊ ሰራሕተኛታት ሂደት በክልል የመንግስት ሰራተኞች ሕግ መሰረት
መንግስቲ ክልል ይፍፀም፡፡ ይፈፀማል፡፡

2. እዚ ቤት ፅሕፈት ሓይሊ ሰቡ ባዕሉ ይቆፅር፣ 2. ፅሕፈት ቤቱ የሰው ሀይሉ ራሱ ይቀጥራል

4
ገፅ 5 ነጋሪት ጋዜጣ ትግራይ ደንቢ ቑ. 101/2011 ዓ.ም ገፅ 5 የትግራይ ነጋሪት ጋዜጣ ደንቢ ቁ. 101/2011ዓ.ም

የመሓድር፣ የሰናብት፡፡ ያስተዳድራል፣ ያሰናብታል ፡፡


ዓንቀፅ 8 ስሩዕ ስራሕ ሰዓት ዓንቀፅ 8 መደበኛ የሥራ ሰዓት
ስሩዕ ሰዓት ስራሕ ሰራሕተኛታት እቲ ቤት የፅሕፈት ቤቱ የሰራተኞች መደበኛ የሥራ ሰዓት
ፅሕፈት ኣብ ኣዋጅ ሰራሕተኛታት መንግስቲ በትግራይ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስት የመንግስት
ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ዝተደንገገ ሰራተኞች አዋጅ የተደንገገው ተፈፃሚ ይሆናል ፡፡
ተፈፃሚ ይኸውን ፡፡
ዓንቀፅ 9 ኣወሳስዳ ስጉምቲ ድስፕሊንን ኣቀራርባ ዓንቀፅ 9 የሰራተኞች የድስፕሊን እርምጃ
ቅርታን ሰራሕተኛታት እዚ ቤት ፅሕፈት አወሳሰድና የቅሬታ አቀራረብ
ክሲ ድስፕሊን ብመራሒ ቤት ዕዮ፣ ብከይዲ የድስፕሊን ክስ በመስረያቤቱ ሃላፊ፣ በስራ
ስራሕቲ ወይ ብወልቀ ሰራሕተኛታት ኽቐርብ ሂደቶችና በግል ሰራተኞች የሚቀርብ ሁኖ፦
ዝክእል ኾይኑ፡-
1. ብሰራሕተኛ ቤት ፅሕፈት ዝተፈፀመ ጥፍኣት 1. በፅሕፈት ቤቱ ሰራተኛ የተፈፀመ የድስፕሊን
ድስፕሊን እንትህሉ እቲ ዋኒን አቐዲሙ ጥፋት ጉዳዩ አስቀድሞ በጊዚያዊ ድስፕሊን ኮሚቴ
ብግዝያዊ ኮሚቴ ድስፕሊን ይረአ፣ ይታያል፣
2. ብግዝያዊ ኮሚቴ ድስፕሊን ዝተረኣየ ዋኒን 2. በጊዚያዊ ድስሊፕሊን ኮሚቴ የታየ ጉዳይ
መራሒ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ምዕባለ ሓይሊ ሰብ በሰው ሃይል ልማት ድጋፍ ሰጪ የስራ ሂደት መሪ
ውሳነ ይህበሉ፣ ውሳኔ ይሰጥበታል፣
3. ኣብዚ ዓንቀፅ ንኡስ ዓንቀፅ 2 ዝተደንገገ ከም 3. በዚህ ዓንቀፅ በንኡስ ዓንቀፅ 2 የተደነገገ
ዘሎ ኮይኑ ከሳሲ ወይ ተኸሳሲ ኣካል መራሒ ደጋፊ እንዳለ ሆኖ ከሳሽ ወይም ተከሳሽ አካል የሰው ሃይል
ከይዲ ስራሕ ምዕባለ ሓይሊ ሰብ እንተኾይኑ ልማት ድጋፍ ሰጪ ስራ ሂደት መሪ ከሆነ ምክትል
ምክትል ዋና ኦዲተር ውሳነ ይህበሉ፣ ዋና ኦዲተር ውሳኔ ይሰጣል፣
4. ብደጋፊ ከይዲ ስራሕ ምዕባለ ሓይሊ ሰብ ወይ 4. በሰው ሃይል ልማት ድጋፍ ሰጪ ስራ ሂደት
ብምክትል ዋና ኦዲተር ዝተወሃበ ውሳነ ቅርታ መሪ ወይም ምክትል ዋና ኦዲተር በተሰጠ ውሳኔ
ዘለዎ ወገን ናብ ዋና ኦዲተር ከቕርብ ይኽእል፣ ቅሬታ ላይ ያለው ወገን ቅሬታውን ለዋና ኦዲተር
ሊያቀርብ ይችላል ፣
5. ዋና ኦዲተር ኣብ ዝሃቦ ውሳነ ዝተፈፀመ ናይ 5. በዋና ኦዲተር በተሰጠ ውሳኔ ላይ የተፈፀመ የሕግ
ሕጊ ጌጋ እንተሃልዩ ንክእረመሉ ናብ ላዕለዋይ ስሕተት ካለ እንዲታረምለት ለክልል ትግራይ
ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ መሰል ምቕራብ ጠቅላይ ፍርድ ቤት ይግባይ የማቅረብ መብት
ይግበአኒ ኣለዎ፡፡ አለው፡፡

5
ገፅ 6 ነጋሪት ጋዜጣ ትግራይ ደንቢ ቑ. 101/2011 ዓ.ም ገፅ 6 የትግራይ ነጋሪት ጋዜጣ ደንቢ ቁ. 101/2011ዓ.ም

ዓንቀፅ 10 ኣብ ቑፃር፣ ምደባ፣ ድልድል፣ ዕብየትን ዓንቀፅ 10 በቅጥር፣ ምደባ፣ ድልድል ዕድገትና
ዝውውርን ዝቐርቡ ጥርዓናት ዝውውር ላይ የሚቀርቡ አቤቱታዎች
1. ብሰራሕተኛ ዝለዓል ጥርዓን ናብ ደጋፊ ከይዲ 1. በሰራተኛ የሚነሳ አቤቱታ ለሰው ሃይል ልማት
ስራሕ ምዕባለ ሓይሊ ሰብ ቀሪቡ ውሳነ ይወሃቦ፣ ድጋፍ ሰጪ የስራ ሂደት ቀርቦ ፣ ውሳኔ ይሰጣል ፣
2. ብደጋፊ ከይዲ ስራሕ ምዕባለ ሓይሊ ሰብ ኣብ 2. በሰው ሃይል ልማት ድጋፍ ሰጪ የስራ ሂደት
ዝተወሃበ ውሳነ ቅርታ ዘለዎ ሰራሕተኛ ቅርትኡ በተሰጠ ውሳኔ ላይ ቅሬታ ያለው ሰራተኛ ቅሬታውን
ናብ ዋና ኦዲተር ከቕርብ ይኽእል፤ ብዋና ለዋና ኦዲተር ሊያቀርብ ይችላል ፣ በዋና ኦዲተር
ኦዲተር ዝተወሃበ ውሳነ ናይ መወዳእታ የተሰጠ ውሳኔ የመጨረሻ ይሆናል ፡፡
ይኸውን፡፡
ክፍሊ ኣርባዕተ ክፍል ኣራት

የተፈቀደላቸው የግል ኦዲተሮችና የሒሳብ አዋቂዎች


ተግባራት ዝተፈቐደሎም ወልቀ ኦዲተራትን
ተግባራት
ፈላጣት ሒሳብን
ዓንቀፅ 11 ተግባራት ዝተፈቐደሉ ውልቀ ኦዲተር ዓንቀፅ 11 የተፈቀደለት የግል ኦዲተር ተግባራት

1. ዝተዳለወ መግለፂታት ሒሳብ ኦዲት ምግባርን 1. የተዘጋጀ የሒሳብ መግለጫዎች ኦዲት

ኣብቲ መግለፂ ብመሰረት ኢትዮጵያ መድረግና ኢትዮጵያ የተቀበለቻቸው ዓለም አቀፍ

ዝተቐበለቶም ዓለም-ለኻዊ ደረጃታት ኦዲት የኦዲት ደረጃዎች መሰረት በመግለጣው ላይ

ሪኢቶ ምሃብ፣ አስተያት መስጠት፣

2. ኣብ ኣተሓሕዛ ሒሳብ፣ ፋይናንስን ኦዲትን 2. በሒሳብ አየያዝ፣ በፋይናንስና ኦዲት ላይ

ስልጠና ይህብ፣ ስልጠና ይሰጣል፣

3. ማንዋል ኦዲት፣ ሒሳብ፣ ምምሕዳር ንብረትን 3. የኦዲት፣ የሒሳብ፣ የንብረትና ግዢ

ዕደጋን የዳልው፣ አስተዳደር ማልዋል ያዘጋጃል፣

4. ብዛዕባ ስራሕቲ ሒሳብን ኦዲትን ሙያዊ ምኽሪ 4. በሒሳብና ኦዲት ስራዎች ላይ ሙያዊ ምክር

ይህብ፣ ይሰጣል፣

5. ብመሰረት እቲ ኣዋጅ ዓንቀፅ 8 ብውክልና 5. በአዋጁ ዓንቀፅ 8 መሰረት በውክልና

ዝተወሃብዎ ስራሕቲ ኦዲት ይሰርሕ። የተሰጡትን የኦዲት ስራዎች ይሰራል።

ዓንቀፅ 12 ተግባራት ዝተፈቐደሉ ፈላጥ ሒሳብ ዓንቀፅ 12 የተፈቀደለት የሒሳብ አዋቂ ተግባራት

1. ምዕፃው ሒሳብን ምድላው መግለፅታት ሒሳብን፣ 1. ሒሳብ መዝጋትና የሒሳብ መግለጫ ማዛጋጀት፣

2. ኣብ ኣተሓሕዛ ሒሳብን ፋይናንስን ስልጠና 2. በሒሳብ አየያዝና ፋይናንስ ላይ ስልጠና

ይህብ፣ ይሰጣል፣

3. በጀት የዳልው፣ 3. በጀት ያዘጋጃል፣

6
ገፅ 7 ነጋሪት ጋዜጣ ትግራይ ደንቢ ቑ. 101/2011 ዓ.ም ገፅ 7 የትግራይ ነጋሪት ጋዜጣ ደንቢ ቁ. 101/2011ዓ.ም

4. ትንተና ፋይናንስ የዳልው፣ 4. የፋይናንሰ ትንተና ያዘጋጃል፣


5. ኣብ ስራሕቲ ሒሳብ ግልጋሎት ምኽሪ ይህብ፣ 5. በሒሳብ ስራዎች ላይ የምክር ኣገለግሎት
ይስጣል፣
6. ማንዋል ሒሳብ፣ ምምሕዳር ንብረትን ዕደጋን 6. የሒሳብ፣ የንብረትና ግዥ አስተዳደር ማንዋል
የዳልው፣ ያዘጋጅያል፣
7. መዝገብ ሒሳብ ምስራሕን ካልኦት ኣድለይቲ 7. የሒሳብ መዝገብ መስራትና ሌሎች አስፈላጊ
ስራሕት ንክሰርሕ ቤት ፅሕፈት እንትፈቅድ ስራዎች እንዲሰራ ፅሕፈት ቤቱ ሲፈቅድ ይሰራል።
ይሰርሕ።
ክፍሊ ሓሙሽተ ክፍል አምስት
መመዘኒ ረቑሓን ግቡኣትን ውልቀ ኦዲተራትን የግል ኦዲተሮችና የሒሳብ አዋቂዎች መመዘኛ
ፈላጣት ሒሳብን መስፈርትና ግዴታዎች
ዓንቀፅ 13 መመዘኒ ረቋሒ ዝተፈቐደሉ ውልቀ ዓንቀፅ 13 የተፈቀደለት የግል ኦዲተር እና ሒሳብ
ኦዲተርን ፈላጥ ሒሳብን አዋቂ መመዘኛ መስፈርት
1. ተደላይ ብርኪ ትምህርቲ፣ ብቕዓት ሙያን 1. ተፈላጊ የትምህርት ደረጃ፣ የሙያ ብቃትና
ልምዲ ስራሕን ዘለዎ ይኸውን ዝርዝሩ ስራ ልምድ ያለው ይሆናል ዝርዝሩ በመመርያ
ብመምርሒ ይውሰን፣ ይወሰናል፣
2. ኣብዚ ዓንቀፅ ንኡስ ዓንቀፅ 1 ዝተደንገገ ከም 2. በዚህ ዓንቀፅ ንኡስ ዓንቀፅ 1 የተደነገገ እንዳለ
ዘሎ ኰይኑ ዘለዎም ብርኪ ሙያ፣ ዝዋፈርሉ ሁኖ ያላቸው የሙያ ደረጃዎች፣ የሚሰማሩባቸው
ስራሕን መጠን ሃፍትን መሰረት ዝገበረ ስራና የሃብት መጠን መሰረት ያደረገ የሙያ ኦዲት
ብርክታት ሙያ ኦዲትን ሒሳብን ይህልው፡፡ እና ሒሳብ ደረጃዎች ይኖራሉ፡፡ ዝርዝሩ በመመርያ
ዝርዝሩ ብመምርሒ ይውሰን፣ ይወሰናል፣
3. ዝተፈቐደሉ ውልቀ ኦዲተር ወይ ፈላጥ ሒሳብ 3. የተፈቀደለት የግል ኦዲተር ወይም ሒሳብ
ይሰርሐሉ ካብ ዝነበረ መንግስታዊ ወይ አዋቂ ይሰራበት ከነበረ መንግስታዊ ወይም
ዘይመንግስታዊ ቤት ዕዮ ወይ ትካል ስራሕ መንግስታዊ ያልሆነ መስሪያ ቤት ወይም ድርጅት
ዝለቐቐ ክኸውን ኣለዎ፡፡ ስራ የለቀቀ መሆን አለበት፡፡
ዓንቀፅ 14 መዐቀኒ ፈተና ዓንቀፅ 14 የፈተና መመዘኛ
1. ዝተፈቐደሉ ውልቀ ኦዲተር ወይ ፈላጥ ሒሳብ 1. የተፈቀደለት የግል ኦዲተር ወይም የሒሳብ
ኾይኑ ንምስራሕ ረቋሒ ትምህርትን ልምዲ አዋቂ ሆኖ ለመስራት ተፈላጊውን የትምህርት
ስራሕን ዘማልአን ፈተና ዝሓለፈን ጥራሕ ደረጃና ስራ ልምድ መመዘኛ ያሟላና ፈተና ያለፈ
ይኸውን፣ ብቻ ይሆናል፣

7
ገፅ 8 ነጋሪት ጋዜጣ ትግራይ ደንቢ ቑ. 101/2011 ዓ.ም ገፅ 8 የትግራይ ነጋሪት ጋዜጣ ደንቢ ቁ. 101/2011ዓ.ም

2. ዘድሊ ምስክር ወረቐት ሙያ ንምርካብ ንሕድ 2. የሙያ ምስክር ወረቀት ለማግኘት ለያንዳንዱ
ሕድ ብርኪ ዝምጥን ፈተና ምውፃእን መሕለፊ ደረጃ የሚመጥን ፈተና ማውጣትና የማለፊያ ነጥብ
ነጥብን ብዝምልከት ዝርዝሩ ብመምርሒ በሚመለከት ዝርዝሩ በመመሪያ ይወሰናል።
ይውሰን።
ዓንቀፅ 15 ዝዋፈርሉ ዓውደ ስራሕቲ ዓንቀፅ 15 የሚሰማሩባቸው የስራ ዘርፎች
1. ዝኾነ ዝተፈቐደሉ ፈላጥ ሒሳብ መዝገብ ሒሳብ 1.ማናኘውም የተፈቀደለት የሂሳብ ኣዋቂ
ዘይመንግስታዊ ትካላትን ውልቀ ሰባትን መንግስታዊ ያልሆኑን ድርጅቶች ወይም ግለሰቦች
ይሰርሕ፣ የሒሳብ መዝገብ ይሰራል፣
2. ዝኮነ ዝተፈቐደሉ ውልቀ ኦዲተር ከካይዶ 2. ማንኛውም የተፈቀደለት የግል ኦዲተር
ዝኽእል ስራሕ ኦዲት ኣብ መንግስታዊ ዘይኮኑ ሊያካሂደው የሚችል የኦዲት ስራ በመንግስታዊ
ትካላትን ወልቀ ሰባትን ኮይኑ ቤት ፅሕፈት ባልሆኑ ድርጅቶች ወይም በግለ ሰዎች ሆኖ
ውክልና እንተሂብዎ ኣብ መንግስታዊ ቤት ዕዮ በፅህፈት ቤቱ ውክልና ከሰጠው በመንግስት
ምስራሕ ይኽእል፡፡ መስሪያቤት መስራት ይችላል፡፡
ዓንቀፅ 16 ግቡእ ፈላጣት ሒሳብን ውልቀ ዓንቀፅ 16 የሂሳብ ኣዋቂዎችና የኦዲተሮች
ኦዲተራትን ግዴታዎች፦
1. ዝተውሃቦም ሓላፍነት ስራሕ ብዝተፈቐደሎም 1. የተሰጣቸው የስራ ሓላፊነት በተፈቀደላቸው
ስራሕ ሙያጥራሕ ምስራሕ፣ የሙያ ስራ ብቻ መስራት፣
2. ዝስርሑ ስራሕቲ ሒሳብን ኦዲትን ሃገርና 2. የሚሰሩ የሒሳብና የኦዲት ስራዎች አገራችን
ዝተቀበለቶምን ዘተኣታተወቶምን መትከላትን የተቀበለቻቸውና ተግባራዊ ያደረገቻቸውን
ብርኪታትን መሰረት ገይሮም ናይ ምስራሕ መርሆዎችና ደረጃዎች መሰረት አድርገው
ግቡእ ኣለዎም፣ የመስራት ግዴታ አለባቸው፣
3. ኣብ መንግስታዊ ቤት ዕዮ ንዝሰርሕዎም 3. በመንግስት መስሪያ ቤት ለሚሰሩዋቸው
ስራሕቲ ኦዲት ብዝምልከት ነዚ ቤት ፅሕፈት የኦዲት ስራዎች በሚመለከት ለፅህፈት ቤቱ
ፀብፃብ ናይ ምቕራብን ዝወሃቦም ሙያዊ ሪፖርት የማቅረብና የሚሰጣቸው የሙያ ድጋፍና
ድጋፍን ምኽርን ናይ ምትግባር ግቡእ ኣለዎም፣ ምክር የመተግበር ግዴታ ኣለባቸው፣
4. ኣብ ውልቀን ዘይመንግስታውን ትካላት 4. በግል እና መንግስታዊ ባልሆኑ ድርጅቶች
ንዝሰርሕዎም ስራሕቲ ሒሳብ ኣድላይ ኮይኑ የሰሩትን የሂሳብ ስራዎች አስፈላጊ ሆኖ ከተገኘ
እንትርከብ ሓደ ቅዳሕ ፀብፃብ ነዚ ቤት ፅሕፈት አንድ የሪፖርት ግልባጭ ለፅህፈት ቤቱ የማቅረብ
ምቕራብ ግቡእ ኣለዎም፣ ግዴታ አለባቸው፣
5. ኣብ ውልቀን ዘይመንግስታውን ትካላት 5. በግል እና መንግስታዊ ባልሆኑ ድርጅቶች
ዝስርሕዎም ስራሕቲ ኦዲትን ሒሳብን ዝምልከት ለሚሰሩት የኦዲት እና ሂሳብ ስራዎች በሚመለከት
8
ገፅ 9 ነጋሪት ጋዜጣ ትግራይ ደንቢ ቑ. 101/2011 ዓ.ም ገፅ 9 የትግራይ ነጋሪት ጋዜጣ ደንቢ ቁ. 101/2011ዓ.ም

ብቤት ፅሕፈት ኣብ ዝሕተትሉ እዋን ፀብፃብን በፅሕፈት ቤቱ በሚጠየቁበት ጊዜ ሪፖርትና ደጋፊ


ደጋፊ መረዳእታን ናይ ምቕራብ ግቡእ ማስረጃዎች የማቅረብ ግዴታ ኣለባቸው፣
ኣለዎም፣
6. ዝተወሃቦም ፍቓድ በቢዓመቱ ምሕዳስን ሞያዊ 6. የተሰጣቸው ፈቃድ በየዓመቱ የማሳደስና
ሰነ-ምግባሮም ሓልዮም ናይ ምስራሕ ግቡእ ሙያዊ ስነ-ምግባራቸው ጠብቀው የመሰራት ግዴታ
ኣለውዎም፣ አለባቸው፣
7. ዝተፈቐደሉ ውልቀ ኦዲተር ወይ ፈላጥ ሒሳብ 7. የተፈቀደለት የግል ኦዲተር ወይም የሂሳብ
ቀዋሚ ቤት ፅሕፈትን ኣድራሻን ክህልዎ አዋቂ ቋሚ ፅሕፈት ቤት እና ኣድራሻ ሊኖረው
ይግባእ፤ ዝርዝሩ ብመምርሒ ይውሰን፣ ይገባል፤ ዝርዝሩ በመመሪያ ይወሰናል፣
8. ኣብዚ ዓንቀፅ ንኡስ ዓንቀፅ 7 ዝተደንገገ ከም 8. በዚህ ኣንቀፅ ንኡስ ኣንቀፅ 7 የተደንገገው እንደ
ዘሎ ኾይኑ ዝተፈቐደሉ ውልቀ ኦዲተር ወይ ተጠበቀ ሆኖ የተፈቀደለት የግል ኦዲተር ወይም
ፈላጥ ሒሳብ ኣብ ካሊእ ቦታ ክሰርሕ እንተደልዩ የሒሳብ አዋቂ በሌላ ቦታ ለመስራት ከፈለገ
ግቡእ ምኽፋት ጨንፈር ቤት ፅሕፈት ኣለዎ፤ ቅርንጫፍ ፅህፈት ቤት የመክፈት ግዴታ አለበት፤
ዝርዝሩ ብመምርሒ ይውሰን፣ ዝርዝሩ በመመሪያ ይወሰናል፣
9. በዚ ዓንቀፅ ንኡስ ዓንቀፅ 8 መሰረት ጨንፈር 9. በዚህ ኣንቀፅ ንኡስ ኣንቀፅ 8 መሰረት
ከፊቱ ዘውፀኦ ፀብፃብ ቐሪቡ ናይ ምርዳእን ቅርንጫፍ ከፍቶ የሚያወጣው ሪፖርት ቀርቦ
ብዝሰርሖ ስራሕን ተሓታቲ ናይ ምዃን፣ የማስረዳትና በሰራው ስራ ተጠያቂ የመሆን ፣
10. ዝኾነ ሙያዊ ፍቓዱ ዝተኣገዶ ወይ ዝተሰረዞ 10. ማንኛው የሙያ ፍቃዱ የታገደበት ወይም
ውልቀ ኦዲተር ወይ ፈላጥ ሒሳብ ስራሕቲ ኦዲት የተሰረዘበት የግል ኦዲተር ወይም የሒሳብ አዋቂ
ወይ ሒሳብ እናሰርሐ ተተረኺቡ ብገበን ተሓታቲ የኦዲት ወይም የሒሳብ ስራ ሲሰራ የተገኘ እንደሆነ
ይኸውን፡፡ በወንጀል ተጠያቂ ይሆናል፡፡
ዓንቀፅ 17 ክፍሊት ግልጋሎት ዓንቀፅ 17 የኣገልግሎት ክፍያ
ዝተፈቐደሉ ውልቀ ኦዲተር ወይ ፈላጥ ሒሳብ የተፈቀደለት የግል ኦዲተር ወይም የሒሳብ አዋቂ
ንምዝገባ ፈተና፣ ንምውፃእን ንምሕዳስን ምስክር ለፈተና ምዝገባ፣ ምስክር ወረቀት ለማውጣትና
ወረቐት ክፍሊት ግልጋሎት ይፍፅም፤ ዝርዝሩ ለማሳደስ የአገልግሎት ክፍያ ይፈፅማል፤ ዝርዝሩ
ብመምርሒ ይውሰን፡፡ በመመሪያ ይወሰናል፡፡
ዓንቀፅ 18 ብዘይፍቓድ ስራሕቲ ኦዲት ወይ ሒሳብ ዓንቀፅ 18 የኦዲትና የሒሳብ ስራዎች ያለፍቃድ
ምክያድ ዝተኸልከለ ምዃኑ መስራት የተከለከለ መሆኑ
1. ብመሰረት እዚ ደንቢ ምስክር ወረቐት ሙያን 1. በዚህ ደንብ መሰረት የሙያ ምስክር ወረቀትና
ንግዲ ፍቓድን ካብ ዝተወሃቦ ኣካል ወፃኢ ንግድ ፍቃድ ከተሰጠው አካል ውጪ በግል ኦዲት
ብውልቀ ኦዲት ወይ ሒሳብ ምስራሕ ዝተኸልከለ ወይም የሒሳብ ስራ መስራት የተከለከለ ነው ፡፡
9
ገፅ 10 ነጋሪት ጋዜጣ ትግራይ ደንቢ ቑ. 101/2011 ዓ.ም ገፅ 10 የትግራይ ነጋሪት ጋዜጣ ደንቢ ቁ. 101/2011ዓ.ም

እዩ፡፡
2. ካብ ፌደራል ወይ ካልኦት ክልላት ዝተረኸበ 2. ከፌደራል ወይም ከሌሎች ክልሎች የተገኘ
ምስክር ወረቐት ሙያ ብውልቀ ኦዲት ወይ የሙያ ምስክር ወረቀት አጭር ምዝገባ ሳያደርግ
ሒሳብ ንምስራሕ ሓፂር ምዝገባ ከየካየደ ኣብዚ በዚህ ክልል የግል ኦዲት ወይም የሒሳብ ስራ
ክልል ምስራሕ ዝተኸልከለ እዩ፡፡ ዝርዝሩ መስራት የተከለከለ ነው፡፡ ዝርዝሩ በመመሪያ
ብመመርሒ ይውሰን ፡፡ ይወሰናል፡፡
3. ዝኾነ ውልቀ ኦዲተር ወይ ፈላጥ ሒሳብ 3. ማንኛውም የግል ኦዲተር ወይም ሒሳብ አዋቂ
ክሰርሖ ካብ ዝተፈቐደሉ ዓይነት ሙያ ስራሕ ከተፈቀደለት የሙያ ስራ ዓይነት ውጪ መስራት
ወፃኢ ምስራሕ ዝተኸልከለ እዩ፡፡ የተከለከለ ነው፡፡
4. ዝኾነ ውልቀ ኦዲተር ኣብ ዝሰርሖ ስራሕቲ 4. ማንኛውም የግል ኦዲተር በሚሰራው የኦዲት
ኦዲት ዝኾነ ናይ ደገ ኦዲተር ኣብ መንግስታዊ ስራ ማንኛውም የውጭ ኦዲተር በመንግስታዊ
ኣብያተ ዕዮን ትካላትን ብሓጋዚ ከስርሕ መስሪያቤቶችና ድርጅቶች ድጋፍ ሰጪ ኣድርጎ
ዝተኸልኸለ እዩ፡፡ ማሰራት የተከለከለ ነው ፡፡
5. ኣብዚ ዓንቀፅ ንኡስ ዓንቀፅ 4 ዝተደንገገ 5. በዚህ ዓንቀፅ ንኡስ ዓንቀፅ 4 የተደነገገ
እንተሃለወ እውን ኣብ ዘይመንግስታውን ቢኖርም የውጭ ኦዲተር መንግስታዊ ባልሆኑና
ውልቀ ትካላትን ናይ ደገ ኦዲተር ሓጋዚ በግል ድርጅቶች ድጋፍ ሰጪ ኦዲተር ኣድርጎ
ኦዲተር ገርካ ምስራሕ ኣይኽልክልን፡፡ ማሰራት አይከለክልም ፡፡
6. ዝኾነ ሰብ ኣብዚ ዓንቀፅ ዝተቐመጡ 6. በዚህ ዓንቀፅ የተቀመጡ ድንጋጌዎች የጣሰ
ድንጋገታት እንተጢሒሱ ብገበን ተሓታቲ ማንኛውም ሰው በወንጀል ተጠያቂ ይሆናል፡፡
ይኸውን፡፡
ክፍሊ ሽዱሽተ ክፍል ስድስት
ብዛዕባ ምሕዳስ፣ ምእጋድ፣ ምስራዝን ዳግም ስለ ምስክር ወረቀት ማሳደስ፣ ማገድ ፣መሰረዝ እና
ምውፃእን ምስክር ወረቐት ድጋሜ ማውጣት
ዓንቀፅ 19 ምስክር ወረቐት ዝሕደሰሉ ጊዜ ዓንቀፅ 19 ወረቀት ምስክር የሚታደስበት ግዜ
እቲ ቤት ፅሕፈት ምስክር ወረቐት ዘሕድሰሉ ፅሕፈት ቤቱ ምስክር ወረቀት የሚያድስበት ጊዜ፡-
እዋን፦
ሀ. ካብ ሓምለ 1 ክሳብ መስከረም 30 ስሩዕ ሀ. ከሓምሌ 1 እስከ መስከረም 30 መደበኛ
መሐደሲ እዋን ይኸውን፣ ማሳደሻ ጊዜ ይሆናል፣
ለ. ካብ ጥቅምቲ 1 ንደሓር ብቅፅዓት ይሕደስ፤ ለ. ከጥቅምት 1 በኋላ በቅጣት ይታደሳል ፤ ዝርዝሩ
ዝርዝሩ ብመምርሒ ይውሰን፡፡ በመመሪያ ይወሰናል፡፡

10
ገፅ 11 ነጋሪት ጋዜጣ ትግራይ ደንቢ ቑ. 101/2011 ዓ.ም ገፅ 11 የትግራይ ነጋሪት ጋዜጣ ደንቢ ቁ. 101/2011ዓ.ም

ዓንቀፅ 20 ወረቐት ምስክር ዝእገደሉ ኩነታት ዓንቀፅ 20 ምስክር ወረቀት የሚታገድበት ሁኔታ
ሀ. ውፅኢት ስርሑ መዐቐኒታት ብርኪ ሞያ ሀ. የስራ ውጤቱ የሙያ ደረጃ መለክያዎች
ዘየማልእ ምዃኑ እንትረጋገፅ፣ የማያሟላ መሆኑን ሲረጋገጥ፣
ለ. ኦዲተር ወይ ፈላጥ ሒሳብ ኣብ ስራሕ ዘውዓሎ ለ.ኦዲተር ወይም የሒሳብ አዋቂ በስራ ላይ ያዋለው
ሃፍቲ እኹል ዘይምዃኑን ብቕዓት ዘለዎም ሃብት በቂ አለመሆኑን እና ብቃት ያላቸው
ሰራሕተኛታት ዘይምቑፃሩን እንትረጋገፅ፣ ሰራተኞችን አለመቅጠሩ ሲረጋግጥ፣
ሐ. እዋን መሐደሲ እንተሕሊፉ፣ ሐ. የእድሳት ጊዜ የሳለፈ እንደሆነ፣
መ. ኣግባብ ብዘለዎ ቤት ፍርዲ ብምትላል ወይ መ.አግባብ ባለው ፍርድ ቤት በማጭበርበር ወይም
እምነት ብምጉዳል እንተተፈሪድዎ፣ እምነት በማጉደል የተፈረደበት እንደሆነ ፣
ረ.ፀገም ኣእምሮ ዘለዎ ምኻኑ ብሕክምና ረ.የአእምሮ ችግር ያለበት መሆኑን በህክምና
እንትረጋገፅ፣ ሲረጋገጥ፣
ሰ. ካብ ዓሚሉ ወይ ሳልሳይ ወገን ብመረዳእታ ሰ.ከደንበኛው ወይም ሰስተኛ ወገን በማስረጃ
ዝተደገፈ ቅሬታ እንትቐርቦን እቲ ቅሬታ የተደገፈ ቅሬታ ሲቀርብበት እና ቅሬታው
ኣግባብነት ዘለዎ ምዃኑ እንትረጋገፅን፣ አግባብነት ያለው መሆኑን ሲረጋገጥ፣
ሸ. ብቤት ፅሕፈት ብዝተገበረ ክትትል ኣብ ሸ. በፅሕፈት ቤቱ በተደረገ ክትትል በሒሳብ ወይም
ስራሕቲ ሒሳብ ወይ ኦዲት ሙያዊ ስነ-ምግባር ኦዲት ስራዎች ላይ የሙያ ስነ-ምግባር የተጣሰ
ዝተጠሓሰ ምዃኑ እንትረጋገፅ። መሆኑን ሲረጋገጥ።
ዓንቀፅ 21 ወረቐት ምስክር ዝስረዘሉ ኩነታት ዓንቀፅ 21 የምስክር ወረቀት የሚያሰርዝ ሁኔታ
ሀ. በዓል ፍቃድ ካብዚ ዓለም ብሞት እንትፍለ፣ ሀ. ባለ ፍቃዱ ከዚህ ዓለም በሞት ሲለይ፣
ለ. ካብ ዝተፈቐደሉ ፍቓድ ሙያ ወፃኢ ዝሰርሐ ለ. ከተፈቀደለት የሙያ ፍቃድ ወጪ የሰራ
እንተኮይኑ፣ እንደሆነ፣
ሐ. ምስክር ወረቐት ምስ ዘይብሎም ሰባት ሐ. ምስክር ወረቀት ከሌላቸው ግለሰቦች ተሻጥሮ
ተመሻጢሩ ንስራሕቶም ማሕተም እንተገይሩ፣ ለስራዎቻቸው ማሕተም ያደረገ እንደሆነ፣
መ. ብመሰረት እዚ ደንቢ ዓንቀፅ 21 ዝተደንገጉ መ. በዚህ ደንብ ዓንቀፅ 21 የተደነገጉ ድንጋጌዎች
ድንጋገታት ወረቐት ምስክር ዘእግዱ ምክንያታት መሰረት ምስክር ወረቀት የሚያሳግዱ ምክንያቶች
ከበድቲ ናይ ድስፕሊን ጥፍኣት ምዃኖም በቲ ቤት ከባድ የድስፕሊን ጥፋት መሆናቸው በፅሕፈት ቤቱ
ፅሕፈት እንትረጋገፅ። ሲረጋገጥ።
ዓንቀፅ 22 ዝተኣገደን ዝተሰረዘን ወረቐት ምስክር ዓንቀፅ 22 የታገደና የተሰረዘ ምስክር ወረቐት
ዳግም ዝወፀሉን ምሕረት ዝወሃበሉን ኩነታት እንደገና የሚወጣበትና ምህረት የሚሰጥበት ሁኔታ
1. ብመሰረት እዚ ደንቢ ዓንቀፅ 20 ዝተደንገገ 1. በዚህ ደንብ ዓንቀፅ 20 በተደነገገው መሰረት
ዝተኣገደ ወረቐት ምስክር ዳግም ክወፅእ ይክእል የታገደ ምስክር ወረቀት ድጋሜ ሊወጣ ይችላል
11
ገፅ 12 ነጋሪት ጋዜጣ ትግራይ ደንቢ ቑ. 101/2011 ዓ.ም ገፅ 12 የትግራይ ነጋሪት ጋዜጣ ደንቢ ቁ. 101/2011ዓ.ም

ዝርዝሩ ብመምርሒ ይውሰን። ዝርዝሩ በመመሪያ ይወሰናል።


2. ሙያዊ ፍቓዱ ዝተኣገደ ወይ ዝተሰረዘ ውልቀ 2. የሙያ ፍቃዱ የታገደ ወይም የተሰረዘ የግል
ኦዲተር ወይ ፈላጥ ሒሳብ ምሕረት ክወሃቦ ኦዲተር ወይም የሒሳብ አዋቂ ምህረት ሊሰጠው
ይኽእል ዝርዝሩ ብመምርሒ ይውሰን፡፡ ይችላል ዝርዝሩ በመምርያ ይወሰናል ፡፡
ክፍሊ ሸውዓተ ክፍል ሰባት
ዓይነታት ጥፍኣትን ቅፅዓትን ድስፕሊን ፈላጣት የሒሳብ አዋቂዎችና የግል ኦዲተሮች ጥፋትና ቅጣት
ሒሳብን ውልቀ ኦዲተራትን ምጥያሽ ኮሚቴ ዓይነቶች እና የድስፕሊን የኮሚቴ መቋቋም
ድስፕሊንን
ዓንቀፅ 23 ቐሊል ጥፍኣት ድስፕሊን ዓንቀፅ 23 ቀላል የድስፕሊን ጥፋት
1. መዐቀኒ ብርክታት ሞያ ዘየማልእ ምዃኑ 1. የሙያ መመዘኛ ደረጃዎች የማያሟላ መሆኑ
እንትረጋገፅ፣ ሲረጋገጥ፣
2. ኣብ ስራሕ ዘውዓሎ ሃፍቲ እኹል ዘይምዃንን 2. ስራ ላይ ያዋለው ሀብት በቂ ያለመሆኑና
ብቕዓት ዘለዎም ሰራሕተኛታት ዘይምቑፃርን፣ ብቃት ያላቸው ሰራተኞች ያለመቅጠር፣
3. ንቤት ፅሕፈት ከየፍለጠ ኣድራሻ ዝቐየረ 3. ለፅሕፈት ቤት ሳያሳውቅ አድራሻውን የቀየረ
እንተኾይኑ። እንደሆነ።
ዓንቀፅ 24 ከቢድ ጥፍኣት ድስፕሊን ዓንቀፅ 24 ከባድ የድስፕሊ ጥፋት
1. ካብ ዝተውሃቦ ስራሕን ሓላፍነትን ዝተፈቐደሉ 1. ከተሰጠው የስራ ሓላፊነትና ከተፈቀደለት
ስራሕ ሙያን ወፃኢ ዝሰርሐ፣ የሙያ ስራ ውጪ የሰራ፣
2. ዝተውሃቦ ወይ ውዕሊ ዝኣተወሉ ስራሕ ኣብ 2. የተሰጠው ወይም ውል የገባበት ስራ በግዜው
እዋኑ ዘይፈፀመ፣ ያልፈፀመ፣
3. ትፅቢት ካብ ዝግበረሉ መትከል ስነ-ምግባር 3. የሒሳብና ኦዲት ስራ ሙያ ከሚጠበቀው የስነ-
ሞያ ሒሳብን ኦዲትን ወፃኢ ደረጅኡ ምግባር ውጪ ደረጃውን ባልጠበቀ አገባብ የሰራ፣
ብዘይሓለወ ኣገባብ ዝሰርሐ ፣
4. ሓደገኛ ወልፍን ኣደንዛዚ ዕፅን ብምጥቃም ወይ 4. አደገኛ ሱስና አደንዛዥ ዕፅ በመጠቀም ወይም
ብስኽራን መንፈስ ተፀሚዱ ኣብ ስራሕቲ በስካር መንፈስ ተጠምዶ በስራ ላይ ጫና ያሳደረ፣
ፅዕንቶ ዘሕደረ፣
5. ምሽጥራዊ ዝኾነ መረዳእታ ሒሳብ ወይ ኦዲት 5. ምስጥራዊ የሆነ የሒሳብ ወይም የኦዲት
ንውልቀ ወይ ንኻልእ ዘይተፈቐደሉ ሰብ ረብሓ ማስረጃ ለግል ወይም ለሌላ ያልተፈቀደለት ሰው
ዘውዓለ ወይ ኣሕሊፉ ዝሃበ፣ ጥቅም ያዋለ ወይም አሳልፎ የሰጠ፣

12
ገፅ 13 ነጋሪት ጋዜጣ ትግራይ ደንቢ ቑ. 101/2011 ዓ.ም ገፅ 13 የትግራይ ነጋሪት ጋዜጣ ደንቢ ቁ. 101/2011ዓ.ም

6. ብሕጊ ዝተኸልከሉ ከም ብላዕ፣ ውህብቶን 6. በሕግ የተከለከሉ እንደ ጉቦ፣ ስጦታና ሌሎች
ካልኦት ዘይሕጋዊ ተግባራት ዝፈፀመ፣ ሕጋዊ ያልሆኑ ተግባራት የፈፀመ፣
7. ብዛዕባ ዝፈፀሞም ስራሕቲ ሒሳብ ወይ ኦዲት 7. ያከናወናቸው የሒሳብ ወይም የኦዲት ስራዎች
ረብሓ ንምርካብ ብምሕሳብ ወይ ብሸለልትነት ጥቅም ለማግኘት በማሰብ ወይም በቸልተኝነት
ንዝምልከቶም ኣካላት ኣብ እዋኑ ሪፖርት ለሚመለከታቸው አካላት በግዜው ሪፖርት ያለቀረበ
ዘየቕረበ ወይ ግጉይ ሪፖርት ዘቕረበ፣ ወይም የተሳሳተ ሪፖርት ያቀረበ፣
8. መረዳእታ መሰረት ዘይገበረ ዝተዛበዐ 8. የሰነድ ማስረጃ መሰረት ያላደረገ የተዛባ
መግለፅታት ኦዲት ወይ ሒሳብ ዝሃበ፣ የኦዲት ወይም የሒሳብ መግለጫ የሰጠ
9. ሕጋዊ ዝኾኑ ትእዛዛት ዘይምኽባርን 9. ሕጋዊ የሆኑ ትእዛዞችን አለማክበርና
ዘይምፍፃምን ወይ ከይኽበሩን ከይፍፀሙን አለመፈፀም ወይም እንዳይከበሩና እንዳይ ፈፀሙ
ዝገበረ፣ ያደረገ፣
10. ፈላጥ ሒሳብ ኾይኑ ስራሕቲ ኦዲት ወይ 10. የሒሳብ አዋቂ ሆኖ የኦዲት ስራ ወይም
ኦዲተር ኾይኑ መዝገብ ሒሳብ ዝሰርሐ፣ ኦዲተር ሆኖ ሒሳብ መዝገብ የሰራ፣
11. ዝተፈላለየ ፀብፃብ መዝገብ ሒሳብ ወይ 11. የተለያየ የሒሳብ መዝገብ ወይም የኦዲት
ፀብፃብ ኦዲት ዘቕረበ፣ ሪፖርት ያቀረበ፣
12. ኣብ መንግስታዊ ወይ ዘይመንግስታዊ ቤት 12. በመንግስታዊ ወይም መንግስታዊ ባልሆ
ዕዮ ወይ ትካል ዝሰርሖ ስራሕ ብቤት ፅሕፈት መስሪያ ቤት ወይም ድርጅት የሰራው ስራ በፅሕፈት
እንትሕተት ትኽክል ዘይኾነ መረዳእታ ቤቱ ሲጠየቅ ትክክል ያልሆነ መረጃ የሰጠ፣
ዘቕረበ፣
13. ወረቐት ምስክር ሞያ ምስ ዘይብሎም ሰባት 13. የሙያ ምስክር ወረቀት ከሌላቸው ሰዎች
ወይ ትካላት ተመሻጢሩ ንሒሳብ ወይ ኦዲት ወይም ድርጅቶት ጋር ተመሳጥሮ ለሒሳብ ወይም
ስራሕቶም ማህተም ዝገበረ፣ ለኦዲት ስራዎቻቸው ማህተም ያደረገ፣
14. ጨንፈር ከይከፈተ ልዕሊ ክሰርሖ ዝግባእ 14. ጨንፈር ሳይከፍት ሊሰራው ከሚገባው በላይ
ሒሳብ መዛግብቲ ሰሪሑ ዝተረኸበ ፈላጥ ሒሳብ፣ የሒሳብ መዛግብት ሰርቶ የተገኘ የሒሳብ አዋቂ ፣
15. ጨንፈር ከፊቱ ንዘውፅኦ ፀብፃብ ሙያ 15. ጨንፈር ከፍቶ ያወጣው የሒሳብ ሪፖርት
ሒሳብ ጉድለት ስነ-ምግባር ዝተረኽቦ የሙያ ስነ-ምግባር ጉድለት የተገኘበት ከሆነ፣
እንተኾይኑ፣
16. ምስ ሕግታትን ረብሓ መንግስትን ዝጓነፅ 16. ከሕጎችና ከመንግስት ጥቅም ጋር የሚጋጭ
ስራሕ ምስራሕ፣ ስራ መስራት፣
17. ኣብ ሕግታት ግብርን ታክስን ዝተቐመጠ 17. በግብርና ታክስ ሕጎች የተቀመጠ የሒሳብ
ኣሰራርሓ ሒሳብ ከይተኸተለ ወይ ብመረዳእታ አሰራር ሳይከተል ወይም በማስረጃ ያልተደገፈ
13
ገፅ 14 ነጋሪት ጋዜጣ ትግራይ ደንቢ ቑ. 101/2011 ዓ.ም ገፅ 14 የትግራይ ነጋሪት ጋዜጣ ደንቢ ቁ. 101/2011ዓ.ም

ዘይተደገፈ ሒሳብ መዝገብ ብምስርሑ ሞያዊ የሒሳብ መዝገብ በመስራቱ ሙያዊ ምስክርነት
ምስክርነት ብምሃብ እቶት መንግስቲ ከይእከብ በመስጠት የመንግስት ገቢ እንዳይሰበሰብ ያደረገ
ዝገበረ ወይ ዝተሓባበረ፣ ወይም የተባበረ፣
18. ሙያዊ ፍቃድ ምስ ኣውፅአ ኣብ 18. የሙያ ፍቃድ ካስወጣ በኋላ በመንግስታዊ
መንግስታዊ ወይ ዘይመንግስታዊ ቤት ዕዮ ወይ ወይም መንግስታዊ ባልሆነ መስሪያቤት ወይም
ትካል ተቆፂሩ ክስርሕ ዝተረኸበ፣ ድርጅት ተቀጥሮ ሲሰራ የተገኘ፣
19. ካብ ዝተፈቐደሉ በዝሒ ዓማዊል ንላዕሊ 19. ከተፈቀደለት የደምበኛ ብዛት በላይ የሰራ
ዝሰርሐ ፈላጥ ሒሳብ፣ በዝሒ ዓማዊል ዝምልከት የሒሳብ ኣዋቂ፣ የደንበኛ ብዛት የሚመለከት
ብመምርሒ ይውሰን በመመሪያ ይወሰናል
20. ካብ ኣፍልጦ ቤት ፅሕፈት ወፃኢ ኣብ 20. ከፅሕፈት ቤቱ እውቅና ወጪ በመንግስታዊ
መንግስታዊ ቤት ዕዮ ወይ መንግስታዊ ትካል መስሪያቤት ወይም መንግስታዊ ድርጅት የኦዲት
ስራሕቲ ኦዲት ዝሰርሐ ወይ ክሰርሕ ዝተረኸበ ስራ የሰራ ወይም ሲሰራ የተገኘ የግል ኦዲተር
ውልቀ ኦዲተር፣
21. ብዝኾነ ስልጣን ዘለዎ ኣካል ንዝሰርሖ ስራሕ 21. የሰራው የሒሳብ መዝገብ ወይም ኦዲት
ሒሳብ መዝገብ ወይ ኦዲት ንከረድእ እንትፅዋዕ ለማስረዳት ስልጣን በተሰጠው ማንኛውም አካል
ፍቓደኛ ዘይኾነ፣ ሲጠራ ፍቃደኛ ያልሆነ፣
22. መረዳእታ ሒሳብ ወይ ኦዲት ንከቕርብ 22. የሒሳብ ወይም የኦዲት ማስረጃ እንዲያቀርብ
ብሰራሕተኛታት ቤት ፅሕፈት እንትሕተት በፅሕፈት ቤቱ ሰራተኞች ሲጠየቅ ያለበቂ ምክንያት
ብዘይብቁዕ ምኽንያት ዘየቕረበ፣ ያላቀረበ፣
23. ሙያዊ ፍቓዱ ብዝተኣገዶ ወይ ብዝተሰረዞ 23. የሙያ ፈቃዱን በታገደበት ወይም
ኣካል ብውክልና ዘስርሐ። በተሰረዘበት አካል በውክልና ያሰራ።
ዓንቀፅ 25 ኣወሳስና ቅፅዓት ድስፕሊን ዓንቀፅ 25 የድስፕሊን ቅጣት አወሳሰን
1. ጥፍኣት ድስፕሊን ዝፈፀመ ውልቀ ኦዲተር ወይ 1. የድስኘሊን ጥፋት የፈፀመ የግል ኦዲተር
ፈላጥ ሒሳብ ወይ ትካል ኦዲት ወይ ሒሳብ ወይም የሒሳብ አዋቂ ወይም የኦዲት ወይም
ከም ክብደት ጥፋእቱ ፡- የሒሳብ ድርጅት እንደየ ጥፋቱ ክብደት፡
ሀ. መጠንቀቅታ ፅሑፍ፣ ወይ ሀ. የፅሑፍ ማስጠንቀቅያ፣ ወይም
ለ. ካብ ብር 1,000.00 ክሳብ 3,000.00 ዝበፅሕ ለ.ከብር 1,000.00 እስከ 3,000.00 የሚደርስ
ቅፅዓት ገንዘብ፣ወይ የገንዘብ መቀጮ፣ ወይም
ሐ. ካብ ብር 3,001.00 ክሳብ 10,000.00 ሐ. ከብር 3,001.00 እስከ 10‚000.00 የሚደርስ
ዝበፅሕ ቅፅዓት ገንዘብ ፣ ወይ የገንዘብ መቀጮ፣ ወይም
መ. ካብ ብር 10,001.00 ክሳብ 20,000.00 መ. ከብር 10‚001.00 እስከ 20‚000.00
14
ገፅ 15 ነጋሪት ጋዜጣ ትግራይ ደንቢ ቑ. 101/2011 ዓ.ም ገፅ 15 የትግራይ ነጋሪት ጋዜጣ ደንቢ ቁ. 101/2011ዓ.ም

ዝበፅሕ ቅፅዓት ገንዘብ ፣ ወይ በሚደርስ የገንዘብ መቀጮ፣ ወይም


ረ. ካብ ክልተ ዓመት ንዘይበልፅ ፍቃድ ምእጋድ፣ ረ. ከሁለት ዓመት ላልበለጠ ጊዜ ማገድ፣ ወይም
ሰ. ፍቓድ ሙያ ኦዲት ወይ ሒሳብ ምስራዝ፣ ሰ. የሙያ ኦዲት ወይም ሒሳብ ፈቃድ መሰረዝ፣
2. ኣብዚ ዓንቀፅ ንኡስ ዓንቀፅ 1 ሀን ለን 2. በዚህ አንቀፅ ንኡስ ዓንቀፅ 1 በ“ሀ” እና “ለ”
ዝተደንገጉ ቀለልቲ ቅፅዓት ድስፕሊን እንትኾኑ የተደነገጉት ቀላል የድስኘሊን ቅጣት ሲሆኑ ከ“ሐ’’
ካብ “ሐ” ክሳብ ”ሰ” ዝተደንገጉ ድማ ከበድቲ እስከ “ሰ” የተደነገጉት ደግሞ ከባድ የድስኘሊን
ቅፅዓት ድስፕሊን ተባሂሎም ይምደቡ፡፡ ቅጣት ተብሎው ይመደባሉ፡፡
ዓንቀፅ 26 ምጥያሽ ኮሚቴ ድስፕሊን ዓንቀፅ 26 የድስፕሊን ኮሚቴ ማቋቆም
ኣባላት ድስፕሊን ኮሚቴ ዝስዕቡ ይኾኑ፡- የድስፕሊን ኮሚቴ አባላት የሚከተሉት ይሆናሉ፡-
1. ካብ ከይዲ ስራሕ ዝውከሉ 3 ኦዲተራት፣ 1. ከስራ ሂደት የሚወከሉ 3 ኦዲተሮች፣
2. ካብ ማሕበር ሙያ ዝውከሉ 2 ሰብ ሞያ፣ 2. ከሙያ ማሕበር የሚወከሉ 2 ባለ ሙያዎች፣
3. ካብ ውሽጢ እዞም ኣባላት ብዋና ኦዲተር 3. ከአባለቱ መካከል በዋና ኦዲተር የሚመደብ
ዝምደብ ኣካቢ ይህሉ፡፡ ሰብሳቢ ይኖራል፡፡
ዓንቀፅ 27 ስነ-ስርዓት ኣኼባ ኮሚቴ ድስፒሊን ዓንቀፅ 27 የድስፒሊን ኮሚቴ የስብሰባ ስነ-ስርዓት
1. ልዕሊ ፍርቂ ኣባላት እንትርከቡ ምልኣተ ጉባኤ 1. ከግማሽ በላይ አባላት ከተገኙ ምልአተ ጉባኤ
ይኸውን፣ ይሆናል፣
2. ውሳነ ኮሚቴ ድስፒሊን ብኣብዝሓ ድምፂ 2. የድስፒሊን ኮሚቴ ውሳነ በአብላጫ ድምፅ
ይውሰን ድምፂ ማዕረ እንተኾይኑ ኣካቢ ዝደገፎ የሚሰጥ ሆኖ ድምፅ እኩል ከሆነ ሰብሳቢው የደገፈው
ሓሳብ ውሳነ ኮሚቴ ይኸውን ፡፡ ሓሳብ የኮሚቴው ውሳኔ ይሆናል።
ዓንቀፅ 28 ዘበን ስራሕ ኣባላት ኮሚቴ ድስፒሊን ዓንቀፅ 28 የድስፒሊን ኮሚቴ አባሎች የስራ ዘመን
1. ዘበን ስራሕ ሓደ ኣባል ኮሚቴ ሓደ ዓመት 1. አንድ የኮሚቴ አባል የስራ ዘመን አንድ
ይኸውን፣ ዓመት ይሆናል፣
2. ኣብዚ ዓንቀፅ ንኡስ ዓንቀፅ 1 ዝተደንገገ 2. በዚህ ዓንቀፅ ንኡስ ዓንቀፅ 1 የተደነገገው
እንተሃለወ እውን ኣድላይ ኮይኑ እንትርከብ ቢኖርም ኣስፈላጊ ሆኖ ሲገኝ በድጋሚ ሊወከል
ደጊሙ ክውከል ይኽእል። ይችላል ።
ዓንቀፅ 29 ስልጣንን ተግባርን እቲ ኮሚቴ ድስፒሊን ዓንቀፅ 29 የድስፒሊን ኮሚቴው ስልጣንና ተግባር
እቲ ኮሚቴ ዝስዕብ ስልጣንን ተግባርን ይህልዎ፦ ኮሚቴው የሚከተሉትን ሰልጣንና ተግባር
ይኖሩታል፦
1. ኣብ ልዕሊ ውልቀ ኦዲተር ወይ ፈላጥ ሒሳብ 1. በግል ኦዲተር ወይም ሒሳብ አዋቂ ወይም
ወይ ትካል ኦዲት ወይ ሒሳብ ንዝቐረበ ክሲ የኦዲት ወይም የሒሳብ ድርጅት ላይ ክስ ሲቀርብ
ተቐቢሉ የፃሪ፣ ተቀብሎ ያጣራል፣
15
ገፅ 16 ነጋሪት ጋዜጣ ትግራይ ደንቢ ቑ. 101/2011 ዓ.ም ገፅ 16 የትግራይ ነጋሪት ጋዜጣ ደንቢ ቁ. 101/2011ዓ.ም

2. እቲ ኮሚቴ ውሳነ ሓሳቡ ናብ ዋና ኦዲተር 2. ኮሚቴው የውሳኔ ሃሳቡን ለዋና ኦዲተር


የቅርብ፣ ያቀርባል፣
3. ኣብ ልዕሊ ውልቀ ኦዲተር ወይ ፈላጥ ሒሳብ 3. በግል ኦዲተር ወይም በሒሳብ አዋቂ ወይም
ወይ ትካል ኦዲት ወይ ትካል ሒሳብ ንዝቐረበ በኦዲት ወይም በሒሳብ ድርጅት ላይ የቀረበው ክስ
ክሲ ብገበን ወይ ብከቢድ ጥፍኣት ድስፕሊን በወንጀል ወይም በከባድ የድስፕሊን ጥፋት
ዘሕትት ኾይኑ እንተረኺብዎ እቲ ኮሚቴ ኣብ የሚያስጠይቅ ሆኖ ካገኘው ኮሚቴው በማጣራት
ከይዲ ምፅራይ እናሃለወ ናይ መወዳእታ ውሳነ ሂደት ላይ እያለ የመጨረሻ ውሳኔ እስከ ሚሰጠው
ክሳብ ዝወሃቦ ሞያዊ ፍቓዱ ክሳብ 3 ወርሒ ድረስ የሙያ ፍቃዱ እስከ 3 ወር አግዶ ሊያቆየው
ኣጊዱ ከፅነሖ ይኽእል፡፡ ይችላል፡፡
ዓንቀፅ 30 ምቕባል ጥቆማ ግድፈት ድስፕሊን ዓንቀፅ 30 የዲስፕሊን ግድፈትና ጥቆማ መቀበል
ብውልቀ ኦዲተር ወይ ፈላጥ ሒሳብ ወይ ትካል በግል ኦዲተር ወይም በሒሳብ አዋቂ ወይም
ኦዲት ወይ ሒሳብ ዝተፈፀመ ጥፍኣት በኦዲት ወይም በሒሳብ ድርጅት የሚፈም
ድስኘሊን ኣመልኪቱ ጥቆማ ወይ ክሲ ከቕርብ የድስኘሊን ጥፋት አስመልክቶ ጥቆማ ወይም ክስ
ዝደሊ ዝኾነ ሰብ ዓይነት ዝተፈፀመ ጥፍኣት፣ ለማቅረብ የሚፈልግ ማንኛውም ሰው
መረዳእታ ወይ ሓበሬታ ዝርከበሉ ቦታ፣ ጥፍኣት የተፈፀመውን የድስኘሊን ጥፋት ዓይነት፣ ማስረጃ
ዝተፈፀመሉ ዕለትን ቦታን፣ ካልኦት ጉዳያት ወይም መረጃ የሚገኝበት ስፍራ፣ ጥፋቱ
ንቤት ፅሕፈት ብኣካል፣ ብስልኪ፣ ብፖስታ የተፈፀመበት ቀን፣ቦታ እና ሌሎች ጉዳዮች
ወይ ብኻሊእ ሜላ መራኸቢ ክጥቁም ይኽእል፡፡ ለፅህፈት ቤቱ በአካል፣ በስልክ፣ በፖስታ፣ ወይም
በሌላ መገናኛ ዘዴ ሊጠቁም ይችላል፡፡
ዓንቀፅ 31 ስነ-ስርዓት ኣቀራርባ ክሲ ዓንቀፅ 31 የክስ አቀራረብ ስነ-ስርአት
1. ከሳሲ ዘቕርቦ ክሲ ግልፅን ምስቲ ክሲ ርክብ 1.ከሳሽ ለሚያቀርበው ክስ ግልፅና ከክሱ ጋር
ዘለዎ መርትዖን ኣተሓሒዙ ናብ ቤት ፅሕፈት ግንኙነት ያለው ማስረጃ አያይዞ ለፅሕፈት ቤቱ
ብፅሑፍ ከቕርብ ኣለዎ፣ በፅሑፍ ማቅረብ አለበት ፣
2. እቲ ክሲ ብ3 ቅዳሕ ተዳልዩ ክቐርብ ይግባእ። 2. ክሱ በ3 ግልባጭ ተዘጋጅቶ ሊቀርብ ይገባል።
ዓንቀፅ 32 ምጅማር ከይዲ ምስማዕ ክስን ክርክርን ዓንቀፅ32.የክስ አጀማመርና የክርክር ሂደት መስማት
እቲ ኮሚቴ፦ ኮሚቴው፦
1. ዝቐረበሉ ክሲ ምስ እኹል መርትዖ ተተሓሒዙ 1. የቀረበለት ክስ ከበቂ ማስረጃ ጋር ተያይዞ የቀረበ
ዝቐረበ ምዃኑ የረጋግፅ፣ መሆኑ ያረጋግጣል፣
2. እቲ ዝቐረበ ክሲ ብመረዳእታ ዝተደገፈ 2. የቀረበው የክስ ፅሑፍ በማስረጃ የተደገፈ ከሆነ
እንተኾይኑ ኣቐዲሙ ይምርምር፣ ዝቐረበ አስቀድሞ ይመረምራል፣ የቀረበው ማስረጃ ክሱን
መረዳእታ ነቲ ክሲ ዘየረድእ እንተኾይኑ እቲ ክሲ የማያስረዳ ከሆነ ክሱ እንዲዘጋ የውሳኔ ሓሳብ ለዋና
16
ገፅ 17 ነጋሪት ጋዜጣ ትግራይ ደንቢ ቑ. 101/2011 ዓ.ም ገፅ 17 የትግራይ ነጋሪት ጋዜጣ ደንቢ ቁ. 101/2011ዓ.ም

ንክዕፆ ውሳነ ሓሳብ ንዋና ኦዲተር የቕርብ፣ ኦዲተር ያቀርባል፣


3. እቲ ዝቐረበ ክሲ ብመረዳእታ ተደጊፉ 3. የቀረበው ክስ በማሰረጃ ተደግፎ ሲቀርብ
እንትቐርብ ቅዳሕ ክሲ፣ መረዳእታ፣ ክሲ ዝስምዐሉ ለተከሳሽ የክስ ግልባጭ፣ ማስረጃ፣ ክሱ የሚሰማበት
ዕለት ቆፀሮን ቦታን ኣነፂሩ ንተኸሳሲ ምስ መፀውዒ ቀነ ቀጠሮና ቦታ ገልፆ ከነ መጥሪያው
ክበፅሖ ይገብር፣ እንዲደርሰው ያደርጋል፣
4. ተኸሳሲ እንተተሳኢኑ ኣብ ቦታ ስርሑ ንዘለው 4. ተከሳሽ ከታጣ በስራ ቦታው ላሉ ለሰራተኞቹ
ሰራሕተኛታቱ መፀውዒ ይበፅሕ፣ ሰራሕተኛታቱ መጥሪያ እንዲደርስ ይደረጋል፤ እነሱ ከሌሉ በስራ
እንተዘየልዮም ኣብ ስራሕ ቦትኡ ምልክታ ቦታው ማስታወቅያ ይለጠፋል፣
ይጥቃዕ፣
5.ምልክታ ተጠቂዕሉ ዘይቐርብ ተኸሳሲ ክሱ 5. ተከሳሹ መጥርያ ደርሶት ወይም ማስታወቅያ
ብዘየለሉ ተሰሚዑ ይውሰን፣ የተለጥፎለት ካልቀረበ ክሱ በሌለበት ተሰምቶ
ይወሰናል፣
6. ተኸሳሲ መፀዋዕታ በፂሑዎ ወይ ብዝተጠቀዐ 6.ተከሳሽ መጥሪያ ደርሶት ወይም ማስታወቅያ
ምልክታ ሰሚዑ እንተቐሪቡ እቲ ክሲ ምስ መርትዖ ተለጥፎበት ሰምቶ የቀረበ እንደሆነ ክሱ ከነ
ዝበፅሖ ምዃኑ ይረጋግፅ፣ ማስረጃው የደረሰው መሆኑን ያረጋግጣል፣
7.ክሲ ምስ ተነበበሉ ተቃውሞ እንተሃልይዎ 7. ክስ ከተነበበለት በኃላ መቃወምያ ካለው
ተሓቲቱ ብቁዕ መቃወሚ እንተሃልይዎን ተጠይቆ በቂ መቃወምያ ካለውና በማስረጃ ካስደገፈ
ብመረዳእታ እንተደጊፉን ሽዑ ንሽዑ እቲ መዝገብ ወድያውኑ መዝገቡ እንዲዘጋ የውሳኔ ሃሳብ ለዋና
ንክዕፆ ዉሳነ ሓሳብ ናብ ዋና ኦዲተር የቕርብ፣ ኦዲተር ያቀርባል፣
8.ኣብቲ ዝቐረበ ክሲ መቃወሚ ተዘይሃልዩዎ ወይ 8. ለቀረበው ክስ መቃወምያ ከሌለው ወይም
እቲ ዝቐረበ መቃወሚ ውድቂ እንተተገይሩ የቀረበው መቃወምያ ውድቅ ከተደረገ ተከሳሽ
ተኸሳሲ እምነት ክሕደት ይህብ፣ እምነት ክህደት ይሰጣል፣
9.ተኸሳሲ እንተኣሚኑ ሽዑ ንሽዑ ውሳነ 9.ተከሳሽ ካመነ ወድያውኑ የጥፋተኛነት ዉሳኔ
ጥፍኣተኛነት ተዋሂቡ ውሳነ ሓሳብ ንዋና ኦዲተር ተሰጥቶ የዉሳኔ ሓሳብ ለዋና ኦዲተር ያቀርባል፣
የቕርብ፣
10.ነቲ ዝቐረበ ክሲ ብኽፋል ወይ ብምሉእ 10. ለቀረበው ክስ በሙሉ ወይም በከፊል የካደ
እንተኽሒዱ መርትዖ ከሳሲ ይስማዕ፣ እንደሆነ የከሳሽ ማስረጃ ይሰማል፣
11.እቲ መርትዖ ነቲ ክሲ እንተዘየረዲኡ ምክልኻል 11.ማስረጃው ክሱን የማያስረዳ ከሆነ መከላከል
ከየድለየ ተኸሳሲ ብነፃ ንክሰናበት ዉሳነ ሓሳብ ናብ ሳያስፈልግ ተከሳሽ በነፃ እንዲሰናበት የውሳኔ ሓሳብ
ዋና ኦዲተር የቕርብ፣ ለዋና ኦዲተር ያቀርባል፣
12.ተኸሳሲ ንዝተኸሰሰሉ ክሲ እንተተመስኪርዎ 12. ተከሳሽ ለቀረበለት ክስ ከተመሰከረበት
17
ገፅ 18 ነጋሪት ጋዜጣ ትግራይ ደንቢ ቑ. 101/2011 ዓ.ም ገፅ 18 የትግራይ ነጋሪት ጋዜጣ ደንቢ ቁ. 101/2011ዓ.ም

መከላከሊ ምስክር ክስመዐሉ ይእዘዝ፣ የብለይን መከላከያ ምስክር እንዲያሰማ ይታዘዛል ፣የለኝም
እንተይሉ ንውሳነ ይቁፀር ወይ ሽዑ ንሽዑ ካለ ለውሳኔ ይቀጠራል ወይም ወድያውኑ
ይዉሰን፣ ይወሰናል፣
13.መከላኸሊ ምስክር ኣለኒ እንተይሉ ዘቕርበሉ 13. መከላካያ ምስክር አለኝ ካለ የሚያቀርብበት
ዕለት ተነፂሩ መፀውዒ ትእዛዝ ይወሃቦ፣ ቀን ተገልፆ የመጥሪያ ትእዛዝ ይሰጠዋል፣
14.ተኸሳሲ መከላኸሊ ምስክሩ ኣስሚዑ 14.ተከሳሽ መከላከያ ምስክሩ አሰምቶ ከተከላከለ
እንተተኸላኺሉ ብነፃ ንኽሰናበት ተኸላኺሉ በነፃ እንዲሰናበት ተከላክሎ ካላፈረሰው ደግሞ
እንተዘይኣፍሪሱዎ ድማ ጥፍኣተኛ ኢሉ ውሳነ ጥፋአተኛ ብሎ የውሳኔ ሓሳብ ለዋና ኦዲተር
ሓሳብ ንዋና ኦዲተር የቕርብ። ያቀርባል።
ዓንቀፅ 33.ተኸሳሲ ብብቑዕ ምኽንያት ዘይምቕራብ ዓንቀፅ 33 ተከሳሽ በብቁ ምክንያት አለመቅረብ
1.ተኸሳሲ መፀዋዕታ በፂሑዎ ወይ ብምልክታ 1.ተከሳሽ መጥሪያ ደርሶት ወይም በማስታወቅያ
ተጠቒዑ ዘይቀረበሉ ምኽንያት ብቑዕ እንተኾይኑ ተለጥፎ ያልቀረበበት ምክንያት ብቁ ከሆነ ድጋሚ
ዳግም ክረአየሉ ይኽእል። ሊታይለት ይችላል።
2. ብቑዕ ምክንያት ዝበሃል፦ 2.በቂ ምክንያት የሚባለው፦
ሀ. ብፅኑዕ ሕማም ኣብ ሆስፒታል ወይ ክትትል ሀ.በፅኑ ህመም በሆስፒታል ወይም የህክምና
ሕክምና ኣብ ዝግበረሉ ትካል ምፅንሑ ክትትል በሚደረግበት ተቋም መቆየቱ ሲረጋገጥ፣
እንትረጋገፅ፣
ለ. ሓዘን ቤተሰብ ክሳብ 3ይ ብርኪ ለ. እስከ 3ኛ ደረጃ የቤተሰብ ሓዘን ካጋጠመው፣
እንተጋጢሙዎ፣
ሐ. ካብ ዓዲ ወፃኢ እንተነይሩ፣ ሐ. ከአገር ውጭ ከነበረ፣
መ. ፃውዒት ቤት ፍርዲ እንተነይሩዎ፣ መ. የፍርድ ቤት ጥሪ ከነበረው፣
ረ. ብምኽንያት ማእሰርቲ ኣብ ምፅራይ ይኹን ረ. በምርመራ ሆነ በፍርድ ምክንያት ብእስር ላይ
ብፍርዲ ተኣሲሩ ዝፀንሐ የጠቃልል። የቆየ ያጠቃልላል።
ዓንቀፅ 34 ትእዛዝ መፀዋዕታ ንምስክር ምልኣክ ዓንቀፅ 34 ለምስክር የመጥርያ ትእዛዝ ስለመላክ
እቲ ኮሚቴ ፦ ኮሚቴው፦
1.ብዉልቀ ከሳሲ ይኹን ብተኸሳሲ ንዝቐርቡ 1.በከሳሽ ይሁን በተከሳሽ ለሚቀርቡ ምስክሮች
ምስክራትን ብኣካቢ ኮሚቴ ተፈሪሙ መፀዋዕታ መጥርያ በኮሚቴው ሰብሰቢ ተፈርሞ ይላካል፣
ይለኣኽ፣
2.ብኸሳሲ ይኹን ብተኸሳሲ ዝተፀውዑ ምስክራት 2.በከሳሽ ይሁን በተከሳሽ የተጠሩ ምስክሮች
እንተዘይቐሪቦም ብዋና ኦዲተር ተፈሪሙ ብፖሊስ ካልቀረቡ በዋና ኦዲተር ተፈርሞ በሚላክ ፅሑፍ
ተገዲዱ ንኽቐርብ ትእዛዝ ይፀሓፍ ፣ በፖሊስ ተገደው እንዲቀርቡ ትእዛዝ ይፃፋል ፣
18
ገፅ 19 ነጋሪት ጋዜጣ ትግራይ ደንቢ ቑ. 101/2011 ዓ.ም ገፅ 19 የትግራይ ነጋሪት ጋዜጣ ደንቢ ቁ. 101/2011ዓ.ም

3. ምስክር አገዲዱ ንዘቕርብ ፖሊስ ኣበልን 3. ምስክር አስገድዶ ለሚያቀርብ ፖሊስ አበልና
መጓዓዝያን ምስክር ክቐርበሉ ብዝሓተተ ኣካል መጓጓዣ ምስክር እንዲቀርብልት በጠየቀው አካል
ይሽፈን። ይሸፈናል።
ዓንቀፅ 35 እዋን ይርጋዕ ዓንቀፅ 35 የይርጋ ጊዜ
1. ከቢድ ጥፍኣት ድስኘሊን ምፍፃሙ ካብ 1. ከባድ የዲሲፕሊን ጥፋት መፈፀሙን
ዝተፈለጠሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 6 ወርሒ ከታወቀበት ቀን አንስቶ በ6 ወር ውስጥ ጥቆማ
ክሲ ወይ ጥቆማ ዘይቀረበ እንተኾይኑ ክሲ ወይም ክስ ያልቀረበበት እንደሆነ የዲሲፕሊን ክስ
ዲስፕሊን ምቕራብ ኣይካኣልን ፡፡ ማቅረብ አይቻልም፡፡
2. ቀሊል ጥፍኣት ድስኘሊን ምፍፃሙ ካብ 2.ቀላል የዲስፕሊን ጥፋት መፈፀሙን ከታወቀበት
ዝተፈለጠሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 3 ወርሒ ቀን አንስቶ 3 ወር ውስጥ ጥቆማ ወይም ክስ
ጥቆማ ወይ ክሲ ዘይቀረበሉ እንተኮይኑ ክሲ ካልቀረበበት የድስፒሊን ክስ ማቅረብ አይቻልም፡፡
ዲስፕሊን ምቕራብ ኣይካኣልን ፡፡
ዓንቀፅ 36 እዋን ሪከርድ ዓንቀፅ 36 የሪከርድ ጊዜ
1.ብከቢድ ቅፅዓት ድስኘሊን ዝተቐፅዐ ውልቀ 1. በከባድ የዲሲፕሊን ቅጣት የተቀጣ የግል
ኦዲተር ወይ ፈላጥ ሒሳብ ድሕሪ ቅፅዓት ምውዳእ ኦዲተር ወይም ሒሳብ አዋቂ ቅጣቱ ከጨረሰ በኋላ
ክልተ ዓመት፣ ሁለት ዓመት፣
2. ብቀሊል ቅፅዓት ድስፕሊን ዝተቐፅዐ ውልቀ 2. ቀላል የዲስፕሊን ቅጣት የተቀጣ የግል
ኦዲተር ወይ ፈላጥ ሒሳብ ድሕሪ ቅፅዓት ምውዳእ ኦዲተር ወይም ሒሳብ አዋቂ ቅጣቱ ከጨረሰ በኋላ
ሓደ ዓመት ይኸውን፡፡ አንድ ዓመት ይሆናል።

ክፍሊ ሸሞንተ ክፍል ስምንት


ዝተፈላለዩ ድንጋገታት ልዩ ልዩ ድንጋጌዎች
ዓንቀፅ 37 ፍሉይ ኦዲት ምስራሕ ዓንቀፅ 37 ልዩ ኦዲት መስራት
ብቤት ፍርዲ፣ ቤት ምኽሪ፣ ኮሚሽን ስነ-ምግባርን በፍርድ ቤት፣ በምክር ቤት፣ በትግራይ ክልል
ፀረ-ግዕዝይናን ክልል ትግራይን ፖሊስን የስነ-ምግባርና ፀረ-ሙስና ኮሚሽን እና ፖሊስ
እንትእዘዝ ወይ እንትሕተት ቤት ፅሕፈት ፍሉይ ሲታዘዝ ወይም ሲጠየቅ ፅሕፈት ፅሕፈት ቤት ልዩ
ኦዲት የካይድ ፡፡ ኦዲት ያካሂዳል ፡፡
ዓንቀፅ 38 ብውክልና ምስራሕ ዓንቀፅ 38 በውክልና ማሰራት፦
1. ወረቐት ምስክር ንዘለዎ ውልቀ ኦዲተር ወይ 1. ምስክር ወረቀት ላለው የግል ኦዲተር ወይም
ፈላጥ ሒሳብ ምውካል ዝከኣል ንዝሓዞ ብርኪ የሒሳብ አዋቂ ውክልና መስጠት የሚቻለው ለያዘወ
ዝመሳሰል እንትኸውን ጥራሕ እዩ። ደረጃ የሚመሳሰል ሲሆን ብቻ ነው።
19
ገፅ 20 ነጋሪት ጋዜጣ ትግራይ ደንቢ ቑ. 101/2011 ዓ.ም ገፅ 20 የትግራይ ነጋሪት ጋዜጣ ደንቢ ቁ. 101/2011ዓ.ም

2. ሙያዊ ፍቃዱ ዝተኣገደ ወይ ዝተሰረዘ በዓል 2. የሙያ ፍቃዱ የታገደበት ወይም የተሰረዘበት
ሙያ ሒሳብ ወይ ኦዲት ውክልና ሂብካ ምስራሕ የሒሳብ ባለሙያ ወይም ኦዲት ውክልና ሰጥቶ
ዝተኸልከለ እዩ። ማስራት የተከለከለ ነው ፡፡
ዓንቀፅ 39 ግቡኣት ካልኦት ኣብያተ ዕዮ ዓንቀፅ 39 የሌሎች መስሪያቤቶች ግዴታ
1. ቢሮ ልምዓት ከተማን ንግድን ኢንዱስትሪን በዚ 1. የከተማ ልማት፣ ንግድና ኢንዱስትሪ ቢሮ
ቤት ፅሕፈት ዝተኣገደ ወይ ዝተሰረዘ ሙያ በዚህ ፅሕፈት ቤት የሙያ ፍቃዱ የታገደ ወይም
ፍቃድ ውልቀ ኦዲተር ወይ ፈላጥ ሒሳብ ንግዲ የተሰረዘ የግል ኦዲተር ወይም የሒሳብ አዋቂ ንግድ
ፍቃዱ ናይ ምስራዝ ግቡእ ኣለዎ ፡፡ ፍቃዱ የመሰረዝ ግዴታ አለው ፡፡
2. ዝኾነ መንግስታዊ ቤት ዕዮ ወይ ትካል እዚ 2. ማንኛውም የክልሉ የመንግስት መስሪያቤት
ክልል ሕጋዊ ምስክር ወረቐት ዘይብሉ ወይ ወይም ድርጅት ሕጋዊ ምስክር ወረቀት በሌለው
ፍቓዱ ዝተኣገደ ወይ ዝተሰረዘ ፈላጥ ሒሳብ ወይም በታገደ ወይም በተሰረዘ የሒሳብ አዋቂ
ወይ ውልቀ ኦዲተር ዝተሰርሐ ሰነድ ከም ወይም ኦዲተር የተሰራ ሰነድ እንደ መረጃ መጠቀም
መረዳእታ ምጥቓም ተቐባልነት ኣይህልዎን ፡፡ ተቀባይነት አይኖረውም ፡፡
3. ብመሰረት እቲ ኣዋጅ ዓንቀፅ 19 ንኡስ ዓንቀፅ 3. በአዋጁ ዓንቀፅ 19 ንኡስ ዓንቀፅ 1 መሰረት
1 ዝኾነ ኦዲት ዝግበር ቤት ዕዮ ወይ ትካል ማንኛውም ኦዲት የሚደረግ መስሪያቤት ወይም
በቢርብዒ ዓመቱ ሰነዳት ንኦዲት ድልው ናይ ድርጅት በየሩብ ዓመቱ ሰነዶች ለኦዲት ዝግጁ
ምግባር ግቡእ ኣለዎ፡፡ የማድረግ ግዴታ ኣለበት ፡፡
4. ብመሰረት እቲ ኣዋጅ ዓንቀፅ 19 ንኡስ ዓንቀፅ 4. በአዋጁ ዓንቀፅ 19 ንኡስ ዓንቀፅ 1 መሰረት
1 ዝኾነ ኦዲት ዝግበር ኣካል መረዳእታ ማንኛውም ኦዲት የሚደረግ አካል ማስረጃ
ኸቕርብ ተሓቲቱ ፍቓደኛ እንተዘይኾይኑ እንዲያቀርብ ተጠይቆ ፍቃደኛ ካልሆነ በወንጀል
ብሕጊ ገበን ዓንቀፅ 438 ተሓታቲ ይኸውን፡፡ ሕግ ዓንቀፅ 438 ተጠያቂ ይሆናል ፡፡
ዓንቀፅ 40 ተፈፃምነት ካልኦት ሕግታት ዓንቀፅ 40 የሌሎች ሕጎች ተፈፃሚነት
ተመሓይሹ ዝወፀ ኣዋጅ ሰራሕተኛታት መንግስቲ ተሻሽሎ የወጣው የትግራይ ብሄራዊ ክልላዊ
ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይን ነዚ ንምፍፃም መንግስት ሰራተኞች አዋጅና ለዚ አዋጅ
ተመሓይሹ ዝወፀ ደንቢ ስነ-ስርዓት ኣፈፃፅማ ለማስፈፀም ተሻሽሎ የወጣው የድስፕሊንና የቅሬታ
ድስፕሊንን ኣቀራርባ ቅርታን በዚ ደንቢ ኣብ አቀራረብ ስነ-ስርዓት አፈፃፀም ደንብ በዚህ ደንብ
ዘይተሸፈኑ ዋኒናት ተፈፃሚ ይኸውን፡፡ ላልተሸፈኑ ጉዳዮች ተፈፃሚ ይሆናል፡፡
ዓንቀፅ 41 ስልጣን ምውፃእ መምርሒ ዓንቀፅ 41 መምርያ የማውጣት ስልጣን
እቲ ቤት ፅሕፈት ነዚ ደንቢ መፈፀምን ናይ ስነ- ፅሕፈት ቤቱ ለዚህ ደንብ ማስፈፀምያና ስነ-ምግባር
ምግባርን መምርሕታት የውፅእ። መመሪያዎች ያወጣል።

20
ገፅ 21 ነጋሪት ጋዜጣ ትግራይ ደንቢ ቑ. 101/2011 ዓ.ም ገፅ 21 የትግራይ ነጋሪት ጋዜጣ ደንቢ ቁ. 101/2011ዓ.ም

ዓንቀፅ 42.ተፈፃምነት ዘይብሎምን ዝተስዓሩን ዓንቀፅ 42. የተሻሩ እና ተፈፃሚነት የሌላቸው ህጎች
ሕግታት
1. ብውልቀ ንክሰርሑ ዝተፈቐደሎም ኦዲተራትን 1. በግል ለመስራት የተፈቀደላቸው ኦዲተሮችና
ፈላጣት ሒሳብን ንምምሕዳር ተመሓይሹ ዝወፀ የሒሳብ አዋቂዎች ለማስተዳደር ተሻሽሎ የወጣ
ቁፅሪ ደንቢ 78/2005 ዓ/ም በዚ ደንቢ ተሳዒሩ ደንብ ቁጥር 78/2005 ዓ/ም በዚህ ደንብ ተሽሯል፣
ኣሎ፣
2. ምስ እዚ ደንቢ ዝጓነፅ ዝኾነ ደንቢ፣ መምርሒ 2. ከዚህ ደንብ ጋር የሚቃረን ማንኛውም ደንብ
ወይ ዝተለመደ ኣሰራርሓ ኣብ ውሽጢ እዚ ደንቢ መመሪያ ወይም የተለመደ ኣሰራር በዚህ ደንብ
ንዝተሸፈኑ ድንጋገታት ተፈፃምነት የብሎምን። ለተሸፈኑ ድንጋጌዎች ተፈፃሚነት የላቸውም።
ዓንቀፅ 43 እዚ ደንቢ ዝፀንዐሉ እዋን ዓንቀፅ 43 ደንቡ የሚፀናበት ጊዜ
እዚ ደንቢ ብቤት ምኽሪ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ይህ ደንብ በትግራይ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስት
ትግራይ ካብ ዝፀደቐሉ 12/02/2011ዓ/ም ጀሚሩ ምክሪ ቤት ከፀደቀበት 12/02/2011 ዓ/ም ጀምሮ
ዝፀንዐ ይኸውን። የፀና ይሆናል።

ሩፋኤል ሽፋረ ሩፋኤል ሽፋረ


ኣፈ-ጉባኤ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስት ትግራይ
ብሄራዊ ክልላዊ መንግስት ትግራይ ኣፈ-ጉባኤ
መቐለ መቐለ

21

You might also like