You are on page 1of 4

ቢሮ ሲቨል ሰርቢስ ክ/ትግራይ ናይ ስራሕ መዘርዝር መግለፂ ቅጥዒ

ዝርዝር መግለፂ
ቢሮ ሽም መደብ ስራሕ መፀውዒ ከይዲ ስራሕ
ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገዲን ትራንስፖርትን ስነ-ከባቢ ኪኢላ IV ዳሪክቶሬት መንገዲ ምዕባለን
ምምሕዳርን

ናይ ቀረባ ኃላፊ ስራሕ መደብ /ተፀዋዕነት ናይ ስራሕ ደረጃ ናይ ስራሕ መፍለይ /ኮድ
ትልምን ፅንዓትን መንገዲ

ቤት ዕዮ ዝርከበሉ ቦታ
ትግራይ-መቐለ
II. ናይዚ ስራሕ መደብ ዋና ዕላማ፣ ካብቲ ስራሕ መደብ ዝሕተቱ ውፅኢታት፣ ተግባራትን
2.1. ናይዚ ስራሕ መደብ ዕላማ ፡-
 ቲኦኣር ሰነድ ናይ ስነ-ከባቢ ምድላው ፣ ናይቲ ዳይሪክቶሬት ሰርዓት ስነ-ከባቢ ምግምጋም ፣ ገምጋም ፅዕንቶ ስነ-ከባቢ ም
ምክያድ ን መፅናዕቲ ምክያድን፤ ናይ ስነ ከባቢ ቁፅፅር ስርዓት ምግምጋምን
 ናይ ዳይሪክቶሬት ኣሰራርሓታትን ኣግባብ ኣፈፃፅመኦም ውፅኢታውነት ምግምጋም፣ ክፍተታት ብምምሕያሽ ናብ
ዳይሪክቶሬት ናይ መመሓየሺ ሓሳብ ብምቅራብ ዕላምኡ ክወቅዕ ምግባር፣መፍትሒ ፀገማት ብምቅማጥ መስተካከሊ
ስጎምቲ ንክውሰዶሎም ይገብር
2.2.ናይ ስራሕ መደቡ ውፅኢታት ተግባራትን
ውፅኢት 1፡ረቂቅ ናይ ስነ ከባቢ ቲኦኣርን ገምጋም ፅዕንቶ ስነ ከባቢ ዶክመንት ምድላውን ፣ ኣብ ስራሕ ኣግባብነትን ኣፋፃፅማን
ዝምልከት፤
መፅናዕቲ ምክያድ
 ገምጋም ፅዕንቶ ስነ-ከባቢ ናይ መንገዲ ፕሮጀክታት ቅድሚ ናብ ስራሕ ቅድሚ ምእታዎም መፅናዕቲ ምክያድን
ምግምጋምን፣ በቲ መፅናዕቲ ውፅኢት መሰረት ናይ ሰነ ከባቢ ምሕዋይ መንዋል ምድላው ፣
 እቲ ቢሮ/ዳይሪክቶሬት ዕላምኡ ንምስካዕ ናይ መንገዲታት ኣፃፅማ ስነከባቢ ምሕዋይ ሰነድ ብምድላው ክፀድቅ ምግባር ፣
 ኣግባብነትን ዘለዎም ኣዋጃት መምርሒታት ብትክክል ኣብ ባይታ ዳህሳስ ብምክያድ ዝፍፀሙ ዘለው ምካኖም ምርግጋፅ ፣
 ናይ ፕሮጀክታት ገምጋም ፅዕንቶ ሰነ ከባቢ ብዝወፅአ ኣዋጅ፤ደንቢን መምርሕን መሰረት በትክክል ተፈፃምኖቶም ንምርኣይ
ዳህሳስ መፅናዕቲ ምክያድ ፣
ውፅኢት 2.
•ገምጋም ፅዕንቶ ስነ ከባቢ ብምድላውን ብምግምጋምን ንዝምልከቶ ሓላፊ ምቅራብ
 ኣብ ዝስርሑ ስራሕቲ ብዛዕባ ስነ-ከባቢ በቢግዚኡ ዝመፅእ ለውጢ እናተሰነደ ክካየድ ኣብ ምግባር ሓላፍነቱ ይፃወቱ
III. ናይቲ ስራሕ ባህሪ መግለፅታት

3.1 . ናይቲ ስራሕ ውስብስብነት( ዝተሓለኸ )


 ገምጋም ፅዕንቶ ስነጠከባቢ ዘድልዮም ብምፍለይ ከምኡ ድማ ናይ ሰነ -ከባቢ ችግርን ስግኣትን ዘለዎም ሰነድ ምድላው፣
ናይ ዳይሪክቶሬት ጠቅላላ ሰራሕ ኣግባብነትን ሰነ-ከባቢ ኣተሓሕዛን ውፅኢታዊ ንምግባር መፅናዕቲ ብምክያድ ምጥንካር፤
በዚ መሰረት ፕሮጀክት መንገዲታት ዘድልዮም ናይ ስነ ከባቢ ምሕዋይ ስራሕቲ ንምስራሕ መፅናዕቲታት ምክያድን አቲ
ቢሮ ሲቨል ሰርቢስ ክ/ትግራይ ናይ ስራሕ መዘርዝር መግለፂ ቅጥዒ

ዝተረከበ ዳህሳስ መፅናዕቲ ምጥንካርን፤


 ኣብ ስራሕቲ ፕሮጀክታት መንገዲ ኣብ ዝካድሉ እዋን ብሕግን ደንብን መሰረት ናይ ስነ-ከባቢ ስራሕቲ ክስርሑን ኣብ
ተግር ክውዕሉን ዘካተተ መፅናዕቲ እንትኮን እቲ ስራሕ እንትስራሕ ዝፍፀሙ ናይ ሰነ ከባቢ ክፍተታት፤መምርሕታትን
ደንብታትን ስነ-ከባቢ ተግባራዊ ዘይምግባርን ናይ ስነ ከባቢ ኣታሓሕዛ ግድፈታት፣ ናይ ኣፈፃፅማ መምርሕታትን ሕጊ
ጥሕሰት ፣ናይ ኣፈፃፅማ ብቅዓት ምንኣስ፣
 ናይ ቁፅፅር ስርዓት ብቅዓት ምንኣስን ዝበሉ ፀገማትን ከጋጥሙ ይክእሉ እዮም ፡፡ ነቶም ዘለዉ ፀገማት ብዝርዝርን
ዕምቆትን ብዘለዎ ናይ ስነ ከባቢ ኦዲት ብምኽያድ ናይቶም ፀገማት ፍልፍል መበገስታቶም ብዕምቆት ብምፅናዕ
ዝተፈላለዩ ናይ መስተኻኸሊ ስጉምቲ መፍትሒ ሓሳባትን ንውሰነ ብምቅራብ ዝፍትሑ እዮም፡፡
3.2 ባዕሉ ኪአሉ ምስራሕ
 ንገምጋም ፅዕነቶ ስነ-ከባቢ ነፃ ኮይኑ ክሰርሐን ቲኦኣር ነፃ ኮይኑ ከዳሉው ምግባር
3.2.1 ስራሕ ዝፍፀመሉ እዋንን ኣግባብን
 እቲ ስራሕ ናይ ገምጋም ፅዕንቶ ስነ ከባቢ መምርሕታትን ደንብታትን መሰረት ብምግባር ካብ ሓላፊ ብዝወሃብ ኣንፈትን
ዓመታዊ ትልምን ብምግባር ዝስራሕ ይከውን፡፡
3.2.2 ስራሕ ዘድልዮ ክትትልን ደገፍን
 አቲ ዳይሪክቶሬት ኣብ ትልምን ፈፃመን መሰረት ገይሩ ኣብ ምፍፃም ኣንፃር ኣብ ውፅኢቱ ክትትልን ድጋፍን ይግበረሉ፤
3.3 ተሓታትነት
3.3.1 ተሓታትነት ኣብ ስራሕ ውፅኢት
 እቲ ደይሪክቶሬት ኣብ መፅናዕቲ ምክያድን ውፅኢታዊነት ምምርማርን አጠቃላሊ ኣሰራርሓታት ኣግባብነትን ናይ ኣፈፃፅማ
ውፅኢታውነትን ምምርማር ፣ናይ ትካላት ኣብ ስነ ከባቢ ኣታሓሕዛ ዘሎ ውፅኢታውነት ናይ ምርማርን ፣ መአረምታ
ሓሳባት ምቅራብን፤መንገዲታት ስነ-ከባቢ ኣተሓሕዛን ገምጋም ፅዕንቶ ስነ ከባቢ ምክያድን ውፅኢታውነቱን ተፅዕኖ
ክህልዎ ይክእል እዩ፤
3.3.2 3.3.2 ተሓታትነት ሚስጥራዊ መረዳእታን ፣
 የበሉን
3.4 ፈጠራ/ምህዞ
 ገምጋም ፅዕንቶ ስነ ከባቢን ምሕዋይ ስራሕትን ዝተፋላለዩ ቴክኖጂታት ብምጥቃም ውፅኢታዊምግባር ፡፡
3.5 ናይ ስራሕ ርክባት
3.5.1 ናይ ርክባት ዓይነት ደረጃን
• እቲ ስራሕ ብዳይሪክቶሬት ኣብ ውሰብ ሞያታት ከምኡ እውን ምስ ወፃኢ ዘለው ትካላትን ሓለፍትን ብምኳን ርክባት
ምፍጣር ይሓትት ከምኡ እውን ንተግባራውነቱ ርክባት ይሓትት፡፡
3.5.2. ናይቲ ርክብ
 ናይቲ ርክባት ዕላማ ኣጠቃለሊ ናይ አሰራርሓታት፣ ኣንፈታትን ምትግባር ፣ ናይ ስነ ከባቢ ኣታሓሕዛ
ኣፈፃፅማን ኣማላኽቲ ዝኮኑ መረዳእታትን ንምስብሳብ ፣ትኽክለኛነት ንምርግጋፅ ንምምርማራ
ውፅኢታት ንምትእምማን ውሳኔ ምብፃሕን ዝሕግእን ንክፀድቅ ድማ ርክብ ምስ ዝምልከቶ ኣካል እዩ፡፡
ቢሮ ሲቨል ሰርቢስ ክ/ትግራይ ናይ ስራሕ መዘርዝር መግለፂ ቅጥዒ

ናይ ርክባት ምድግጋም
• እቲ ስራሕ ዝነኣሰ ናይ ርክብ ምድግጋምዘለዎ ብፍላይ ድማ ንክፀድቅ ኣድላይ ዘበለ ግዜ ይወስድ፡፡ /ካብ ስራሕ ግዜ እስካብ
30 % /
3.6 ሓላፍነት
3.6.1.1 ብኃላፊነት ዝመርሖም ሰራሕተኛታት ብዛት
• የብሉን
3.6.1.2 ናይ ኃላፊነት ዓይነት ደረጃን
• የብሉን
3.6.2 ኃላፊነት ንገንዘብ
• የብሉን
3.6.1 ኃላፊነት ንብረት
• ነቲ ስረሕ ዝጠቅሙ/ዘገልግሉ/ ወንበር፣ ጠረጴዛ፣ ኮምፒውተር፣ ላፕቶፕ ፣ብጠቅላላ ድምሮም እስካብ ብር
40,000.00 ዝግመቱ ንብረታት ብአግባቡ ናይ ምሓዝን ምጥቃምን ኃላፊነት ኣለዎም ፡፡
3.7 ፃዕሪ
3.7.1 ናይ አእምሮ ፃዕሪ
እቲ ስራሕ ናይ ፅልዋ ስነ ከባቢን መፅናዕትን ገምጋምን። ደረጃ መፅናዕቲ ንምክያድን ፦ስትራተጂ ዝሕግዙ ኣጠቃለሊ ሰነዳት
የዳልው፣ ከምኡ እውን ናይቲ ዳይሪክቶሬት ፕሮጀክታት መንገዲ አፈጻፅማ ፣ ኣብ አፈፃፅማ ዝርአዩ ክፍተታት ንምፍላይ፣ ናይ
መማሓየሺ ስጉምቲ ሐሳባትን ንምፍልፋል፣ ንቁፅፅር ሥርዓት መፅናዕቲ ንምክያድ፣ ናይ ርክባት ትኽክለኛነት ንምርግጋፅ ዝለዓለ
ናይ አእምሮ ፃዕርን ይሓትት ፡፡ ካብ ስራሕ ግዜ ክሳብ 8 ዐ% ይወስድ ፡፡
3.7.2 ስነልቦናዊ ጥረት
 ክፍተት ንዝተረኸቦም ትካላት ፣ መምርሕን ደንብን መሰረት ገይሮም ክምኡ እውን በቲ ዝተዳለዎ ቲኦኣር መሰረት
ገምጊምካ መሰተኻኸሊ ሐሳባት ንምሃብን ንሞያው ክብሪ ንምሃብ ናይ ሥነ ልቦና ድልውነት ይሓትት ፡፡
3.7.3 ናይ ምርኣይ ፃዕሪ
 እቲ ስራሕ ዝተለመደ ናይ ምርኣይ ፃዕሪ ይሓትት ፡፡ /ካብ ስራሕ ጊዜ ክሳብ 20%
3.7.4 ናይ አካል ፃዕሪ
 እቲ ስራሕ ብኣብዛሓ ኣብ ፊልድ ብኣካል ብምካድ ዝካየድ ገምጋመዊ መፅንዓቲ እዩ /ካብ ስራሕ ጊዜ ክሳብ 80%/፡፡
3.8 ናይ ስራሕ ኩነታት
3.8.1. ስግኣት ሓደጋን
ናይቲ ስራሕ ገምጋም ፅዕንቶ ስነ- ከባቢን መፅናዕትን እንትግበር ምስ ልምዓት ትካለት ግጭት፣በቶም አመራርሓ ትካላት ነቲ
ማሕበረሰብ ብጥርጣረ ዓይኒ ምርኣይ ፣ናብትካላትከይኣትዉ ምክልካል ምፍርራሕን መረዳእታ ንምእካብ ፣መፅናዕቲ ንምክያድ ካብ
ቦታ ናብ ቦታ ክዛዋወሩ ከለዉ ካብ መሬት ኣቐማምጣን ፣መሰረተ ልምዓት ብዘይምስፍሕፍሑ ምክንያት ናይ መኪና ሓደጋ ፣በእግሪ
ክጓዓዝ ሙውደቅ ንዝተፈለላዩ ናይ አየር ፀባይ መጋለፅ ስግኣት ሓደጋ አለዎ፡፡
3.8.2 ናይ ከባቢ ኩነታት
3.8.2. ናይ ጥዕና ጠንቅ፣
ቢሮ ሲቨል ሰርቢስ ክ/ትግራይ ናይ ስራሕ መዘርዝር መግለፂ ቅጥዒ

ኣብ ገምጋም ፅልዋ ስነ-ከባቢ መፅናዕትን መንገዲ ስራሕቲን ወቅቲ አቦራ፣ ካብ መኪና ዝፈሱ ዝተፈላለዩ ኬሚካላትን
፣ፍሳስ ጓሓፍ ምክንያት ናይ መተንፈሲ አካላት ናይ ጥዕና ፀገማት፣ ፣ ዝተፈላለዩ ሕማም ዘጋቃልዕ ተናዳፊ ነብሳት ናይ
ዓሶ ሕማም ወሲኩ ፣ናይ ማይ ወለድ ሕማማት ዘቃልዕ ፣ ዝተኣሰሳሩ ሕማማት ንጥዕና ጨንቂ ምክንያት እዮም ፡፡

3.9 ፍልጠት ክእለትን፣


3.9.1. ትምህርት
ዝድለ ትምህርቲ ደረጃ ትምህርት ዓይነት
ናይ መጀመሪያ ዲግሪ ካብኡ ንላዕልን ኢንቫይሮንመንት ሳይንስ፣ጂኦግራፊ ና ስነ-ከባቢ መፅናዕቲ፤
ኬሚስትሪ፣ ኢንቫይሮመንታል ኢንጂነሪግ፤ ባዮሎጂ ፣ ኣፕላይድ ባዮሎጂ
፣ ኣፕላይድ ከሚስትሪ ፣ ኢንቫይሮንመንት ሄልዚ ፣ ከሚካል ኢንጅነር ፣
ኢንቫይሮንመንት ኢንጅነር፣ አየር ንብረት ለዉጥ ፣ ኢንቫይሮንመንት
ፐላኒንግ፣ኢንቫይሮንመንት ማናጅመንት ፣ እርባን ኢንቫይሮንመንት
ኤንድ ክላይመንት ቸንጅ ፣ እርባን ኢንቫይሮንመንት ፣ ባዮከሚካል
ኢንጅነሪንግ ፣ዲቬሎፕሜንት ማናጅመንት፣

3.9.2 ስራሕ ንምጅማር ዘድሊይ ናይ ስራሕ ልምዲ


ናይ ስራሕ ልምዲ ንምርካብ ዝሓቶ ጊዜ ልምዱ ዝረከበሉ ናይ ስራሕ ዓይነት
7 ዓመት ስነ-ከባቢ ኪኢላ /ኢንቫሮመንታሊስት /
ናይ ስራሕ መዘርዘር ዘዳለዎ በዓልሞያ ስም ፊርማ ዕለት

ናይ ስራሕ መዘርዘር ዘፅደቆ ሐላፊ ስም ናይ መፀውዒ መፍለይ ፊርማ ዕለት

You might also like