You are on page 1of 10

አብ ብሄራዊ ክልላዊ ግዝያዊመንግስቲ ትግራይ

ትልሚ 2016 / ዓ ም

/
ቤ ፅሕፈት ፍሉያት አማኸርቲ ዳይሮክትሬት አማኻሪ ቑጠባ

ናሓሰ 2016 ዓ/ም


መቐለ

መእተዊ

መንግስቲ ብሄራዊ ክልላዊ ትግራይ አብ ኢኮኖሚያዊ ምንቅስቃሳት ዘለው ማሕንቆታትን ፀጋታትን ብምንፃር
አብ ልምዓታዊ ስራሕቲ ገጠር ክትትልን ደገፍን ንምግባር ዘክእል ስትራክቸር ብምቅራፅ አብ ስራሕቲ ገጠር
ማእከሉ ጌሩ ንክሰርሕ ናይ ሓፂርን ነዊሕን ትልሚ ብምድላው ናይ ሕብረተሰብ መነባብሮ ንምዕባይን
ንምምሕያሽን ኢሉ እውን ትልሚ ዕብየትን ስግግርን ንክዕወት ሰፋሕቲ ሰራሕቲ እናሰርሐ እናሃለወ ኣዕናዊ
ዝኾነ ኩናት ከም ዝተኣወጀና ዝፍለጥ እንትከውን ድሕሪ እዚ ናይ ፅንተትን ዕንወትን ብመሰረት ውዕሊ
ፕሪቶርያ ስምምዕ ተኩሲ ጠጠው ምባል ካብ ዝካየድ ንደሓር እንትኮነ እውን ንአስታት 9 አዋርሕ ናብ ንቡር
ስራሕ ከይተመለስና ዝፀናሕና እንትንከውን ሐዚ ግን ግዝያዊ መንግስቲ ትግራይ ብዘቀመጦ አንፈት መሰረት
ናብ ስሩዕ ስራሕ ብምእታው ምንቅስቃስ ኢኮኖሚያዊ ስራሕትና ንምስላጥ ዘክእል ኩነታት ብምፍጣር

PAGE \* MERGEFORMAT 1
ንክንሰርሕ ብምትእምማን እዚ መበገሲ ትልሚ እዚ ብምድላው ንዕውትነት እቲ ስራሕ ዘሳልጡ አንፈታት
አነፂርና ብምቕማጥ አብ ምድላው ንርከብⵆ

ዕላማ:-

አብ ዳግመ ህንፀት ትግራይ ብፍሉይ ድማ ኣብ ሕርሻ ትርጉም ዘለዎ ለውጢ ከምፅኡ ዝኽእሉ መደባት ሃፍቲ
እንስሳ ፣ዝራእቲ፣መሰኖ፣ዓሞቕቲ ጎዳጉድን ግድባትን ምስዞም መደባት ዝዛመድ ፍርያት ሕርሻ ምስ ዕዳጋ አብ
ምትእስሳር ዘለው ፀገማት ምንፃርን መፍትሒ ሓሳባት ምቕማጥን ምሕባርን ንክፍትሑ ድማ ደገፍን ክትትልን
ምግባርⵆ

ራኢይ :-

ዝተመሓየሸ መነባብሮ ፣ዝለዓለ ቴክኖሎጂ ዝወነነ፣አብ ተሳትፎ ህዝቢ ዝተመስረተ ዲሞክራሲ፣ሰላምን ሰናይ
ምምሕዳርን ዝነገሰላ ምዕቡልን ተወዳደራይን ዝኮነ ማእኸላይ እቶት ዘለወን ሃገራት ዘረጋገፀኦ ብርኪ ዕብየት
ኢኮኖሚ ዝበፅሐት ትግራይ ምርአይⵆ

ሓበራዊ ክብርታት

 ንድኽነትንክራይኣካብነትንንፅየፍ፣ህዝባዊነትንውፍይነትንንላበስ፡፡
 ትካላዊዴሞክራስያዊስርዓትናነጠናኽር፣ንተሳትፎሕ/ሰብንንማዕርነትንዝለዓለክብሪንህብ፡፡
 ምሕዝነት፣መገልገላይነት፣ተወዳዳራይነት ንአምንእናሰራሕናንመሃርእናተማሃርናንሰርሕ፡፡
 ስራሕቲ ሕርሻን መስኖን ብምጥንኻርምዕባለናከም ዝቀላጠፍንኣምን፡፡
 ብውፅኢትፅንዓትንምርምርንንኣምን
 ተጠቃምነትመናእሰይንደቂኣነስትዮንነዕቢ፡፡

ገምጋም ሕሉፍ ዓመት (ዳህሳስ ሕሉፍ ዓመት)አፈፃፅማ

ጥንካረ

አብ ዝሓለፈ ዓመት ዋላ እኳ ካብኡ ንላዕሊ ክስራሕ ዝግበኦ እንተነበረ ምስቲ አብ መወዳእታ ሳልሳይ ርብዒ
ዓመት ሰብ ሞያታት ምቑፃርና እንትረአ ግን አብ ጎላጉል ራያ ዘለው ዓሞቅቲ ጎዳጉዲ መረዳእታ ምፅፋፍ
ብውስን መልክዑ እውን መፍትሒ ኣንፈታት ኣነፅርካ ክፍትሑ ምሕባር ናይ ዓበይቲ ግድባት ሳምፕል
ብምውሳድ ዘለወን ፀጋታትን ማሕንቆታትን ብምልላይ መፍትሒ አንፈታት ንዝምልከቶም ቢሮን ቤት
ፅሕፈታትን ክሕበር ተጌሩ እዩ:: ብተወሳኪ አብ መፍረያይነት ዝራእትን ሃፍቲ እንስሳን ዘለው ፀገማት
ብምልላይ ምስ ሰብሞያ ሕርሻን ምምሕዳር ወረዳን መፍትሒ ኣንፈታት አብ ምቅማጥን ምድጋፍን

PAGE \* MERGEFORMAT 1
ዘተባብዑ ስራሕቲ ተሰሪሖም እዮምⵆኣብ ሰብ ሞያታት ብዘለካ ዓቅሚ ብተወፋይነት ክትሰርሕን ክተገልግልን
ዘሎ ቅሩብነት ፅቡቕ ምዃኑⵆ

ድክመታት

 ሓደሽቲ ኢና ኢልካ ንፁር ናይ አደጋግፋ ኣንፈት ብምቅማጥ ንኡ ዝምጥን ተኻታታሊ ክትትልን ድጋፍን
ዘይምግባርⵆ
 አብቶም ዳህሳስ ዝተገበረሎም ዓውደ ስራሕትን ከባብን እንተኾነ እውን ዝተቐመጡ መፍትሒ ኣንፈታት
መሰረት ብምግባር ምፍትሖምን ዘይምፍትሖምን እናተኸታተልካ ዘይተፈትሕሉ ምኽንያታት ኣነፂርካ
ናብ ዝምልከቶ አካል አብ ምቕራብ ድኽመታት ምንባሮምⵆ
 ንዘለው ፀገማት ምህዞታትን ካብ ዝተፈላለዩ ፅሑፋት ተሞክሮታት ብምውሳድን ተዓፃፀፋይ ዝኮነ
መፍትሕታት አብ ምውሳድ ድሩትነት ምንባሩⵆ
ዝነበሩ ወድዓዊ ፀገማት
 ንስራሕ ምስላጥ ወሰንቲ ዝኮኑ ዕጥቅታት ማለት ዴስክቶፕ ፣ላፕቶፕ ካልኦት ናይ ፅሕፈት መሳርሕታትን
ሕፅረት ምንባሮምⵆ
 ናይ ትራንስፖርት ሕፅረት (አብ ዝደለካዮ መዓልትን ግዜን ዘይምርካብን) ንስርዓት ደገፍን ክትትልን
ዓንቃፋይ ምንባሩⵆ
 ኣብ አወዳድባ ንፁር ሰራሕን ሓላፍነትን ዘቐመጠ መቐላ ዕዮ ዘይምህላው ⵆ
 መዳርግቲ አካላት ማለት ቢሮ ሕርሻን ገጠርልምዓትን ፣ኤጀንሲ ሰግግር ሕርሻ፣ኤጀንሲ ፕሮመሽን ዕዳጋ
ምህርቲ ሕርሻ ትግራይ ፣ቢሮ ማይሃፍቲ ሓቢርካ ንምስራሕ ዘሎ ቅሩብነት ትሑት ምዃኑን ብኣሰራርሓ
ዘይተደገፈ ምኳኑን
 ዘሎ ናይ ወፍሪ ውዕሎ ኣበል ክፍሊት ምስ ህልዊ ኩነታት ዕዳጋ ዘይመጣጠን ብምዃኑ ንኽትድግፍ
ዘየተባብዕ ምዃኑ።
ሓበራዊ ኣንፈታት
 ኣብ ባይታ ዝረኣዩ ማሕንቖታት ምንፃር፤ንዝምልከቶም ኣካላት ብኣካል ፣ብፅሑፍን ብዘተን ምቕራብ
 ብዝተሓበሩ መፍትሕታት መሰረት ዝተዓራረዩ ምኳኖም ምክትታል፣ምድጋፍ
 ኣብ ዝካየድ መፅናዕትታት ምስታፍን ውፅኢት መፅናዕቲ መሰረት ብምግባር መፍትሒ ሓሳባት
ምቕራብን
 ኣብ አገደስቲ ጉዳያት ክላስተር/ዝራእትን መስኖን /፣ሃፍቲ እንስሳን ዓሞቕቲ ጎዳጉድን ምትእስሳር
ዕዳጋን ዘለው ማሕንቖታት ዳህሳስ ምግባር

ናይ ትግበራ ኣንፈታት

 ኣብ ስራሕቲመስኖ ዝወሃብ ድጋፍብምጥንኻርውፅኢት ብዘምፅእመልክዑክምራሕምሕጋዝ

PAGE \* MERGEFORMAT 1
 ኣብናይመስኖግልጋሎትኤክስቴንሽንንኽተሎኣንፈትኣደጋግፋካብናይሓይፎፍልይብዝበለሓ
ረስታይብዝተወደበመልክዕባዕሉብሓባርኾይኑፀገማቱንኸለልይንመፍትሒሓሳባትንኸቕም
ጥንዘኽእልናቑጣማይመሰረትዝገበረልምዓትመስኖ (Scheme Based Iriigation
Development)
ከምኣንፈትብምጥቃምበዙይመሰረትሓረስታይክውደብ፣ክስልጥን፣ሓበራዊትልሚኣዉፂኡ
ናብተግባርክኣትውዝገብርመስርሕንክተኣታቶ
ምድጋፍ፣ውፅኢታዊዝኾኑማይቆጠብቲቴክኖሎጂታት/ ጠብጠብታ…/ ብሰፋሕቲ
ብሰሪሕካመርኣያታትደጊፍካዝጋፈሐሉኩነታትምፍጣር፣ ምህርቲ
መስኖመፅንሒማእኸላትምስፋሕንኣጠናኺርካምውሳድን፡፡
ምህርቲመስኖዝሐሸዕዳጋንክህልዎናይ ስራሕቲ ምትእስሳር ዕዳጋ
ኣጠናኺርካምውሳድንኣብዕዳጋዝነጥፉዝተፈላለዩትካላትጥንኩርምትእስሳርገይሮምብዝ
ተወደበመልክዕናብስራሕክኣትዩዘግብርኣሰራርሓንክህሉ ደገፍን ክትትልን ምግባር።
 ምዕባይመፍረይነትዝራእቲካብሕሉፍብዝዓዘዘመንገዲኣጠናኺርካ ንምውሳድ ክትትልን
ደገፍን ምግባር
 ብክላሰተርምትእስሳርንዝለዓለኢኮኖምያዊረብሓዘለዎዓንዲ-
ዝራእቲቀንዲጠመተብምግባርብሙሉእፓኬጅምትግባርን አብ
ግራውቲሙሉእብሙሉእጠሊክዕቅብብዝኽእለሉኣግባብዳግምክስተኻኸል (design and
reshaping)
ምግባር፣ስርዓትኤክስቴንሽናኣብምስፋሕስትራቴጅንድሌትሓረስታይንመሰረትገይሩክትግበ
ርብምግባርኣብዝተወሰነከባቢታት (ሞዴላት)
ነተኣታትዎምቴክኖሎጂታትንኣሰራርሓታትንብፅርየትንብእዋኑንብምትግባርከምኡውንስር
ዓትተሞክሮልውውጥብምጥንኻርብኸይዲክሰፍሕምስራሕ፣ድጋፍናኣብማዳበርያንምሩፅዘር
እንምዕዳልጥራሕዘድሀበዘይኮነስሓረስታይዝደልዮእታወታትብመሰረትጠለቡክቐርበሉምግባ
ርንእቲክኢላኣብኣጠቓቕማቴክኖሎጂታትንስርዓትኣተገባብራንመሰረትዝገበረናይኤክስቴን
ሽንግልጋሎትክህብንካብዝኾነይኹንምምሕዳራዊፅዕንቶነፃኮይኑብሞያደገፍክህብብምግባር
ስግግርሕርሻ ንምርግጋፅ ምክትታልን ምድጋፍን
 መፅናዕቲ ብምግባር ካብ ኤጀንሲ ስግግር ሕርሻ፣ካብ ቢሮ ሕርሻ ካብ ርእሰ ምምሕዳር
ኣማኻሪ ጉዳያት ኢኮኖሚ ነቲ ኣካይዳ ዘጠናኽሩ ሓሳባት ምእካብን ምስናድን፡፡
 ክሳብ ሐዚ ካብ ዘተኻየዱ መፅናዕትታት መሰረት ብምግባር ክውሰዱ ዝግበኦም መፍትሒ
ሓሳባት ንክትግበሩ ምድጋፍ
 ብቕልጡፍናይዘርኢመቕረቢኢንተርፕራይዝንክጣየሽምስኣብክልልናዘሎቲሹካልቸርተዛሚ
ዱኣብናይክልልናልምዓትፍራምረንኣሕምልቲንዓብዪለውጢከምፅእዝኽእልስራሕንክስራሕ
ምድጋፍ

PAGE \* MERGEFORMAT 1
 ናይሓመድምርመራመሰረትዝገበረናይማዳበሪያኣጠቓቕማኣብመስኖክጅመርምግባርንንዚን
ምትግባርዝሕግዝተንቀሳቐስቲላባራቶሪታትምትእትታውንዘለዋናናይሓመድላቦራቶሪማእ
ኸላት ንክጠናኸራክትትል ምግባር
 ልምዓትሃፍቲእንስሳብፍሉይክምራሕንውፅኢታዉክኸውንምስራሕ ምድጋፍ
 መፍረይነትንተወዳዳራይነትንፍርያትሃፍቲእንስሳንምዕባይዘለናሰፋሕቲመፋሰሳትብምልማዕ
ንቀለብእንስሳክዉዕልምግባር፣ዘለዋናናይዘመናዊመቀነባበርቲቀለብእንስሳብንጥፈትክሰርሓፉ
ሉይሓገዝንክትትልንክህልወንምስራሕ
 መፍረይነትንተወዳዳራይነትንፍርያትዓሳኣብተንዘለዋናመቀነባበሪቀለብእንስሳእቲዝግባእቀ
መርቀለብዓሳብምድላውምስመናእሰይስራሕፈጠራተተሓሒዙኣብገማግምወሓዝቲሩባታት
፣ኣብናይመስኖስራሕቲጠለፋ፣ኣብትሕቲግድብተከዘየማንንፀጋምንዒላታትብምስራሕ፣ዓሳ
ማይከምመንበሪእምበርከም
ምግቢስለዘይጥቀመሉምስመስኖዘይፃባእንብምዃኑዓሳብስፍሓትምልማዕ ንዝብል መደብ
ቢሮ ሕርሻ ምክትታልን ምድጋፍን::
 ሕብረትስራሕማሕበራትንሜካናይዜሽንንኣጠናኺርካ ንምውሳድ ዝግበር ስራሕቲ ቢሮ ሕርሻ
ምድጋፍን ምክትታልን
 ሓረስታይትግራይእኹልሜካናይዜሽንይኹንእታወታትብዓይነት፣ብመጠንይኹንብፅሬትእቲዘ
ለዎመጠንትሕዝቶመሬትንሃፍቲንኣብግምትብምእታውብዘላቕነትብውልቁምርካብኣዐርዩ
ከቢድእዩ።ስለዚ ክላስተር መሰረት ዝገበረ ውዳበታት ሕ/ስ/ማሕበራት ብምጥንካር
ሓረስታይ አብ ትሕቲ ፀላል እዘን ሕ/ስ/ማሕበራት ብምውዳብ ዘለው ናይ እታወታትን
ቴክኖሎጂታትን ፀገም ክፍትሕን ስግግር ከምፅእን ብተመሳሳሊዋላዝሐሸ
እቶትተረከቡብዘለዎድረትሃፍትንናይከተማዕዳጋንፍልጠትንርሃፁዝምጥንፍትሓዊዝኾንዋጋ
ኣይረክብንኮታስፃዕሩኣደዳደላሊስለ ዝኾን በዘን ሕ/ስ/ማሕበራት አቢሉ ብፅሬትን መጠንን
ናብ ዕዳጋ ነከቅርብ ደገፍን ክትትልን ምግባርን ነዘጋጥሙ ማሕንቆታት እዋናዊ ምፍትሒ
ሓሳባት ምቅራብን።
 ከምመትከልብድልየትንተመሳሳሊዋኒን ተመሳሳሊ ክላስተርን
ዘለዎምሓረስቶትብሓደኾይኖምክውደቡምግባር።ንኣብነትኣብመስኖናይማይናቑጣመሰረት
ዝገበረክኸውን አብ ዝራእቲ እውን ግራት መሰረት ዝገበረ አወዳድባ ክከውን
ብምግባርንክውደብ ጥንኩር ደገፍን ክትትልን
ምግባር።ኣብዚጠንኪርካምስራሕንምንጣፍንመማረፂዘይብሉጉዳይብምዃኑተጠናኺሩንክት
ግበር ደገፍን ክትትልን ምግባር
ዝፍፀሙ መደባት

 አብ ሕርሻ፣መስኖ ብፍላይ አብ ግድባትን ዓሞቕቲ ጎዳጉድን፣ፍርያት ሕርሻ ምስ ዕዳጋ አብ ምትእስሳር


ዘለው ፀገማት ምንፃርⵆ

PAGE \* MERGEFORMAT 1
 ነዚ ዝሕግዙ ቅድም ኢሎም ዝተኻየዱ ዳህሳሳትን መፅናዕትታትን ምጥርናፍን ተወሰኽቲ ሓፀርቲ
ዳህሳሳት ብምግባርን መፍትሒ ክኸውን ዝክእል ሓሳብ ምቕራብ
 ምስዘን መደባት ቀጥታ ርክብ ዘለዎም ቢሮ ማይ ሃፍቲ ፣ቢሮሕርሻ ፣ኤጀንሲ ፕሮሞሽን ዕዳጋ ፍርያት
ሕርሻ ትግራይ (TAMPA) ፣ኤጀንሲ ሰግግር ሕርሻ ትግራይ(ATA) ፣ካልኦት ሓቢርካ ንምስራሕ
ክሕግዙ ዝኽእሉ ዘይመንግስታዊ ትካላትን ምርድዳእ ምፍጣርⵆ
 ዝተቐመጡ ፀገማት ብዝተቐመጠሎም መፍትሒ አንፈታት ንክፍትሑ ምክትታልን ምድጋፍን
 ብሓገዝ ኤጀንሲ ስግግር ሕርሻ ትግራይ (ATA) ምስ ዝጣየሽ ጉጅለ ደሊቨሮሎጂ አብ ዝተመረፁ
መደባት ትራንስፎርሜሽን ሓቢርካ ምስራሕ፣ንፁር መረዳእታን ኣፈፃፅማን ምክትታል፡፡
 ብዋና አማኻሪ ጉዳያት ኢኮኖሚ ዝወሃቡ ካልኦት መደባት ምፍፃምን ምክትታልን

አንፈት አፈፃፅማ መደባት

 ምስ ብዙሓት ሰብ ዋና አካላት ዝፍፀሙ መደባት ምስ ምዃኖም ካብቶም ብዋናነት ዝፍፅምዎም


ቢሮታት መረዳእታ ብምርካብ አንፈታት ምንፃርⵆ
 አብ ዞባ ዘለው አማኸርቲ አካላት አብዘን ትኹረት ዝሓታ መደባት ሓቢርካ ምስራሕⵆ
 አብ ዓበይትን ትኹረት ዘድልዮም ስራሕትን አድሂብካ ምስራሕⵆ
 አብ መሬት እናወረድካ እዋናዊ ዳህሳስ ብምግባር ዘለው ፀገማት በብ እዋኑ እናነፀርካን መፍትሒ
ሓሳባት ብምጥቋምን ክፍፀሙ ብምክትታልንⵆ
 ካብ ዝሐሸ ተሞክሮ ዘለዎም ከባብታት ተሞክሮ እናምፃእኻን ብስልጠናታትን ፀገማት ናይ ምፍታሕ
ዓቅምኻ ብምዕባይⵆ
ዝርዝር መደባት
 ምስ ዝምልከቶም አካላት እዞም ስራሕቲ መሰረት ብምግባር ምርድዳእ ምፍጣር
 ምስ ሓለፍቲ ቢሮታት ሕርሻን ገ/ልምዓትን ፣ማይሃፍቲ ፣ኤጀንሲ ስግግር ሕርሻ ፣ኤጀንሲ
ፕሮሞሽን ዕዳጋን ምህርቲ ሕርሻን ካልኦትን ተራኺብካ ምዝታይⵆ
 አብ ሕርሻ (መፍረያይነት ዝራእቲ፣መፍረያይነት እንስሳ፣መስኖ )፣ዓሞቕቲ ጎዳጉድን ግድባትን
ከምኡ እውን አብ ዕዳጋ ዘለው ማሕንቆታት አጠቓላሊ ግንዘበ ምሓዝⵆ
 ብአማኻሪ ኢኮኖሚ ትኹረት ዘድልዮም ስራሕቲ ምልላይን ምቕባልንⵆ
 አብ ክረምታዊ መደባት ልምዓት ዝራእቲ፣መስኖን አለማምዓ ቀለብ እንስሳን ደገፍን ክትትልን ምግባር
 አብ ናይ ክረምቲ መደባት ዘሎ ኩነታት ዝራእቲ ፣ኩነታት ክንክንን ሓለዋን ዝራእቲ ካልኦት ምስዚ
ዝዛመዱ ሰራሕትን መሰረት ብምግባር ዳህሳስ ምግባር ⵆ
 አብ ቀለብ እንስሳ አብ መኖ ምትካልን ምዝራእን ዘለው ማሕንቖታት ምንፃር
 ኩነታት ቀረብ እታወታት ሃፍቲ እንስሳ ምፍታሽ
 ምስ ዕዳጋ ምትእስስር ዘለው ማሕንቖታት ምንፃር
 ኩነታት ምድላው መስኖ ኢኮኖምያዊ ረብሓ ዘለዎም አሕምልቲ ምስ ምፍላስን ምድላውን
ዘለው ማሕንቖታት ምንፃር
 ዘለውና ናይ መስኖ ፀጋታት(መሰረተ ልምዓታት) ምንፃር
 ምስ ሸይጥኻ ምልማዕ (አብ ዕዳጋ ምትእስሳር ) ዘለው ማሕንቖታት ምልላይ
 ነዞም አብ ባይታ ዝተረኸቡ ማሕንቖታት ዝፈትሕ አንፈት ምቕማጥን ንክፍትሑ ምሕጋዝንⵆ

PAGE \* MERGEFORMAT 1
 ልምዓት ሓለዋ ጥ/ሃ /እንስሳ ብምምሕያሽ ፍርያትን መፍረያይነትን ንምዕባይ ደገፍን ክትትልን
ምግባር
 ፍርያትን መፍረያይነትን ሃፍቲ እንስሳ ንክዓቢ ምድጋፍ

 አብ አለማምዓ መኖ ዘለው ማሕቖታት ምልላይን መፍትሒ ሓሳብ ምቕማጥን


 አብ ምእካብ መኖ ዘለው ማሕንቖታት ምፍታሽን መፍትሒ ሓሳብ ምቕማጥን
 ድሕሪ ምእካብ ዘሎ አተሓሕዛ መኖ ዘሎ ኩነታት ምፍታሽ
 አብ ሓለዋ ጥዕና እንስሳት ዘለው ማሕንቖታት ምፍላይን መፍትሒ ሓሳብ ምቕማጥን
 ምምሕያሽ ተረፈ ምህርቲ ቀለብ ሃፍቲ እንስሳ(ዩርያ ትሪትመንት፣ዩሪያ ሞላሰስ
ብሎክ፣EM) ዳህሳስ ምግባርን መፍትሒ ኣንፈት ምቕራብን
 አብ ጭጋረት እንስሳት ምምሕያሽ ዝተሰርሑ ስራሕቲ ምፍታሽን ዘለው ማሕንቖታት
ብምልላይ መፍትሒ ሓሳብ ምቅራብን
 ምስ ምንቅስቓስ ልምዓት ንህቢ ዘለው ኩነታት ምፍታሽ
 አብ መፍረያይነት ዓሳ ዘሎ ምንቅስቃስ ምፍታሽ
 መፍረያይነት መስኖ ንክዓቢ ክትትል ምግባር
 ዘለውና ፀጋታት አብ ምጥቃም ዘለው ማሕንቖታት ምንፃርን መፍትሒ ሓሳብ ምቕማጥን
 አብ 1 ይን 2 ይን ዙር ሰራሕቲ መስኖ በቢእዋኑ ናይ ዝለምዕ መስኖ ኩነታት መሬት ምድላው
ምክትታልን ደገፍ ምሃብን
 ኢኮኖሚያዊ ረብሓ ዘለዎም አሕምልትን ፍራምረን ንኽለምዑ ደገፍን ክትትልን ምግባር
 አብ ቀረብን አጠቃቕማን እታወታትን ቴክኖሎጂታትን ዘሎ ኩነታት አናፈተሽካ ድጋፍን
ክትትልን ምግባር
 ብፅሬትን መጠንን ዝፈረዩ ፍርያት ምስ ዕዳጋ ዝተሓሓዙ ፀገማት ምፍላይን ንክፍትሑ ድጋፍ
ምሃብን
 አብ ዕዳጋ ተኮር መፍረያይነት ዝራእቲ 2012/2013 ምህርቲ ዘመን ንምዕባይ ዝስርሑ ስራሕቲ ደገፍን
ክትትልን ምግባር
 ካብ መሬት ምድላው ጀሚሩ አብ ጠሊ ዓቀብቲ ምስራሕ :ምድላውን ምጥቃምን
ድኹዒ/ኮምፖሰት ዘሎ ኩነታት
 ክላስተር መሰረት ዝገበረን በቲ ዝተትሓዘሉ ሽቶ ለውጢ ከምፅኡ ዝኽእሉ ስራሕቲ ንክስርሑ
ድጋፋት ምግባር
 አብ ምድላው እታወታት ሕርሻ (ሙ/ዘርኢ፣ድ/መደባርያ፣ዝ/ዩ ኬሚካላት) ዘሎ ኩነታት አብ ባይታ
እናወረድካ ዘሎ ጠለባትን ቅድመ ምድላውን ምፍታሽ
 ምቁፅፃር ባልዓትን ሕማማትን ዘለዎ ኩነታት እናፈተሽካ ደገፍን ክትትልን ምግባር
 አብ አቅርቦትን አጠቃቅማን መካናይዜሽን ሕርሻ ዘለው ማሕንቖታት ምንፃርን ምፍትሒ ሓሳብ
ምቕማጥን
 ምስ ዕዳጋ ዝተሓሓዙ ዘለው ፀገማት ምንፃርን መፍትሒ ሓሳብ ምቕማጥን

ፍሉይ ትኩረት ዘድልዮምን ምስ DU ሓብርካ ዝስርሑ መደባት

 ኣብ ክላስተር መፍረይቲ ሓረስቶት /ክ/መ/ሓ ዘለዉ ማሕንቖታት ብምፅናዕ ክፍተት መሰረት


ዝገበረ ደገፍን ክትትልን ምሃብ::

PAGE \* MERGEFORMAT 1
 አብ ክልልና ዘሎ ሕፅረት ሙርፅ ዘርኢ ንምፍታሕ አብ ምብዛሕ ዘርኢ በቲ ዝተትሓዘሉ ትልሚ
መሰረት ንክካየድ ብፅሬትን መጠንን ንክእከብን ንክለምዕን ፍሉይ ትኩረት ህብካ ንክስራሕ ደገፍን
ክትትልን ምግባር::
 አብ መካናይዘሽን ሕርሻ ምስ ምትእትታው ቅድመን ድህረን ምህርቲ ቴክኖሎጂታት ብቢሮ ሕርሻ
ዝተትሓዙ ሽቶታት ብመጠንን ፅሬትን ንክፍፀሙድጋፍን ክትትልን ምግባር::
 አብ ምልማዕ መስኖ ብፍላይ አብዞም ዓበይቲ ስትራቸራት/ግድባትን ዓሞቕቲ ጎዳጉድን/
ኢኮኖሚያዊ ረብሓ ዘለዎም ፍርያት አብ ምልማዕ ዘለውዎም ማሕንቆታት ብምፍታሽ ን እኩል
ድጋፍን ክትትልን ምግባርን ብዝተትሓዘሎም ሽቶ ንክፍፀሙ ትኩረት ህብካ ምስራሕ::
 አብ ስግግር ቴክኖሎጂ እንስሳት/ጭጋረት እንስሳት ምምሕያሽ :ምትእትታው ዘመናዊ
ቆፎን ህ ቢ:ሰብ ሰራሕ እንስሳት ምድቓል/
 አብ ምትእስሳር ዕዳጋ ፍርያት ውፅኢት ሕርሻ ዘሎ ማሕንቆ ክፈትሕ ዝክእል መፅናዕቲ
ብምቅራብ ዝፈረዩ ፍርያት ምስ ዕዳጋ ንክተአሳሰሩ ድጋፍን ክትትልን ምግባር::
ከጋጥሙ ዝኽእሉ ፀገማት
 ናይ ትርንስፖርት ፀገም አብ ዝደለኻዮ መዓልትን ሳዓትን ዘይምርካብ
 መዳርግቲ አካላት ዘይምቅንጃውን ሓቢርካ ዘይምስራሕን
 ናይ ግዜ ሕፅረት
 አብ እዋን ዳህሳስ ዝምልከቶ አካል ኩሉ ዘይምርካብን ድልየት ዘይምህላውን
 ናይ ተሞክሮ ሕፅረት
 ክጣየሽ ዝተሓሰበ ደሊቨረሎጂ ጉጅለ ዘይምጥያሽ
መፍትሒ ሓሳባት
 ዘሎ ናይ ትራንስፖት ሕፅረት ክንዲ ዝተክአለ መጠን ካብ መዳርግቲ አካላት ምጥቃም አፀጋሚ አብ
ዝኮነሉ ድማ ካብ ቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ምጥቃም
 ምውዳብ ንክህሉ አቀዲምካ አብ እኹል ምርድዳእ ምብፃሕ
 ብዝተዋደደን ግዜን ባጀትን ቆጠባይ ብዝኮነን አጠዓዒምካ ምጥቃምን ምስ መዳርግቲ አካላት
ምውዳድን
 አቐዲምካ ስልኪ ብምድዋል አድላይነቱ ብምርዳእ ኩሉ ዝምልከቶ አካል ንክርከብ ምንጋርን
ምርድዳእን
 ዝሐሸ ተመክሮ ካብ ዘለዎ ከባቢታት ተሞክሮ ብምምፃእን ዝተፈላለዩ ፅሑፋት ብምንባብን ዓቕሚ
ምዕባይ
 ብሙሉእ ግዜኡ ክስርሕ ዝኽእል ጉጅለ ደሊቨረሎጂ ንክጣየሽ ሰፋሕቲ ፃዕሪታት ምግባር

PAGE \* MERGEFORMAT 1
መደባት መፈፀሚ ግዜ ሰሌዳ

ታ/ቁ ዝፍፀመሉ ቦታ ፈፃሚ አካል መብርሂ


ዝርዝርመደባት ዝፍፀመሉ ግዜ
1 ምስ መዳርግቲ አካላት ናይ ምርድዳእ መድረክ ክሳብ 15/11/2011 ዓ/ም መቐለ ኣማኻሪ ጉዳያት
ምፍጣር ኢኮኖሚ
2 አብ ክረምታዊ መደባት ኩነታት ዝራእቲን ካብ 20/11/2011-
ኣብ ዝተመረፃ ሰብ ሞያ ኣማኻሪ
ምልማዕ መኖን ዳህሳስ ምግባር 10/12/2011 ወረዳታት ጉዳያት ኢኮኖሚ
3 አብ ቅድመ ምድላው መሰኖን ኩንትራታዊ ሕርሻን ካብ 20/12/2011- ኣብ ዝተመረፃ ሰብ ሞያ ኣማኻሪ
ዘሎ ኩነታት ድህሳስ ምግባር 15/01/2012 ዓ/ም ወረዳታት ጉዳያት ኢኮኖሚ
4 አብ ምእካብን አተሓሕዛንመኖ፣ ልምዓት ንህብን 01-25/02/2012 ዓ/ም ኣብ ዝተመረፃ ሰብ ሞያ ኣማኻሪ
እንስሳት ጥዕና ሓለዋን ዳህሳስ ምክያድ ወረዳታት ጉዳያት ኢኮኖሚ
5 ኩነታት ምእካብ ምህርቲ ዝራእቲ፣ተረፈ ምህርቲ 01-20/03/2012 ዓ/ም ኣብዝተመረፃወረዳ ሰብሞያኣማኻሪጉዳ
ቀለብ እንስሳ፣1 ይ ዙር መስኖ ምልማዕ ዳህሳስ ታት ያትኢኮኖሚ
ምክያድ
6 ምስ ምምሕያሽ ጭጋረት( ስሩዕን ዘይስሩዕን 01-20/04/2012 ዓ/ም ኣብዝተመረፃወረዳ ሰብሞያኣማኻሪጉዳ
)እንስሳትን ቀረብ እታዎታት ሃፍቲ እንስሳን ታት ያትኢኮኖሚ
ዘለው ናይ ዕዳጋ ምትእስሳር ውፅኢት ሃፍቲ
እንስሳን ፍርያት መስኖን ኣመልኪቱ ዳህሳስ
ምግባር
7 ምህርቲ ዓሳ ክልልና ብምልላይ ናይ ዕዳጋ 01-15/05/2012 ኣብ ሃፍቲ ዓሳ ፀጋ ሰብ ሞያ ኣማኻሪ
ምትእስሳር ዘለው ኣፈፃፅማታት ምርኣይን ዘለዎን ወረዳታት ጉዳያት ኢኮኖሚ
ምግምጋምን ደገፍ ምግባርን
8 2 ይ ዙር መስኖ ምልማዕን 2012 ን 2013 ን ናይ 01-21/06/2012 ዓ/ም ኣብዝተመረፃወረዳ ሰብሞያኣማኻሪጉዳ
ዝራእት መፍረያይነት ቅድመ ምድላው ኣመልኪቱ ታት ያትኢኮኖሚ
ዳህሳስ ምክያድ።
9 ናይ ሕርሻ ሕ/ስ/ማሕበራትን ኢኮኖምያዊ 01-25/07/2012 ዓ/ም ኣብዝተመረፃወረዳ ሰብሞያኣማኻሪጉዳ
ውዳበታትን ምስ ቀረብ እታወታትን ዕዳጋ ታት ያትኢኮኖሚ
ምትእስሳርን ዘለዎም ፀገማት ምድህሳስ
10 ናይ ሓረስቶትን ሰብ ሞያን ናይመፍረያይነት 01-25/08/2012 ዓ/ም ኣብዝተመረፃወረዳ ሰብሞያኣማኻሪጉዳ
2012/2013 ስልጠናን ዘሎ ናይ መካናይዜሽን ታት ያትኢኮኖሚ
ኣቕርቦትን ኣጠቓቕማን ዳህሳስ ምክያድ

PAGE \* MERGEFORMAT 1
11 ኣብ ኢኮኖምያዊ ዘርፍታት ዝንቀሳቐሱ 01-20/09/2012 ዓ/ም ኣብዝተመረፃወረዳ ሰብሞያኣማኻሪጉዳ
ኢንቨስተራት /ሰብ ሃፍቲ/ ዘለዉ ማሕንቕታት ታት ያትኢኮኖሚ
ምፍታሽ

12 ኩነታት ዘርኢን ኣጠቓቕማ እታወታትን 01-26/10/2012 ዓ/ም ኣብዝተመረፃወረዳ ሰብሞያኣማኻሪጉዳ


ቴክኖሎጂን ምድህሳስን ምድጋፍን ታት ያትኢኮኖሚ

PAGE \* MERGEFORMAT 1

You might also like