You are on page 1of 43

እንኳዕ ናብ ኢቲኬር

ብደሓን መፃእኹም!!

I CARE, YOU CARE, WE CARE!!!

CONTACT US: +251904467777 / +251904468888 www.etcaredirect.com


ሕልምኹም እንታይ እዩ ?
ክተሳኽዖ እትደልዮ ዓብዪ ነገር !!
ኣብ ሂወትካ ክህልወካ ትደልዮ ነገር !!

ተወሳኺ ኣታዊ ናይ ገንዘብ ትካል ምውናን ናይ ጊዜ ናፅነት ውርሲ ምግዳፍ


ናፅነት

ሰብኣዊ ዕብየት ንኻልኦት ምስ ሰባት ምስ ሸምገልኻ ብጥዕና ምንባር


ምሕጋዝ ምልላይ ብዘይ ሽግር ምንባር

እዚኦም ንምዕዋት ክሳብ ክንደይ ዝኣክል ዋጋ ንምኽፋል ድልዋት ኢና ?


<< ሓደ ዓይነት ስራሕ እናሰራሕኻ ዝተፈልየ ውፅኢት ኣይትፀበ !! >>
ናይ ትካል መሪሕ ቃል
I CARE,
YOU CARE,
WE CARE!!!
ኢቲኬር፦
֎ ኣብ ውሽጢ ኢትዮጵያ ዝተመስረተ ኣብ
ኢንዱስትሪ ቀጥታዊ ሽያጭ ዝነጥፍ ሕጋዊ ትካል
እዩ።

֎ ናይ ስነ ፅባቐን ጥዕናን መሐለዊ ምህርቲ


ምፍራይን ምሻጥን።
ፍቓድ ንግዲ
ካብ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ በዓል መዚ ምሕደራን ቁፅፅርን
ምግቢን ፣ መድሓኒትን ክንክን ጥዕናን ዝተወሃበ ምስክር ወረቀት
ምምሕዳር ክፍለ ከተማ ቦሌ ብቤት ፅሕፈት ምሕደራን ቁፅፅርን ስነ
ምግቢን ፣ መድሓኒትን ክንክን ጥዕናን ዝተወሃበ ምስክር ወረቐት
ኢቲኬር፦
֎ ካብ 2009 ዓ/ም ጀሚሩ ብኢትሀርባል ዝበሃል ናይ ፅባቐን
ጥዕናን ኣደ ትካል ተደጊፉ ውፅኢታዊ ምህርቲ እናፍረየ ዝርከብ ትካል
እዩ።
ኢቲኬር፦
֎ ሓደ ካብቲ ናይ መፃኢ ዕላማታትና
ኣብ ጥዕናን ሓገዝቲ ምግብታትን ዘተኮሩ
ፍርያት ብምድላው ቐጥታዊ መሸጣ
ብምዝርጋሕ ዕዳጋና ንምስፋሕ እዩ።

֎ ብተወሳኺ ምስ ቡን ዝተኣሳሰሩ
ፍርያት ንምቕራብ እናተሰርሐሉ ይርከብ።
መስራቲ ’ዚ ትካል
ኣይተ ማቲዮስ መባ ይበሃል።

֎ ኣብ ኢንዱስትሪ ቐጥታዊ መሸጣ ናይ


ነዊሕ ዓመታት ልምዲ ዘሎዎ ኾይኑ ፡
ኣድማዒ ውዳበታት ብምህናፅ ፡ ብዙሓት
ናይ ገንዘብ ናፅነት ንኽረኽቡ ልዑል እጃም
ዘበርክት ዘሎ እዩ።

֎ ካብ 2009 ዓ/ም ኣትሒዙ


ንኢትሀርባል ን5 ዓመታት ብምምራሕ
ውፅኢታዊ ከም ዝኸውን ዝገበረ ብዓል
ራኢ ኢትዮጲያዊ እዩ። “ሰባት ጥዑይ ሂወት እናነበሩ ካብ ኣርዑት
ድኽነት ንኽናገፉ ቖሪፀ ተበጊሰ ኣለኹ። “
- ማቲዮስ መባ
ራእይን ተልእኾን
ተልእኾ

ሂወት ሰባት ዝቕይሩ ልዑል ፅርየት ዘሎዎም


ምህርትታት ምፍራይን ፅቡቕ ናይ ቢዝነስ ዕድላት
ምፍጣርን እዩ ።

ራእይ
ጥዕናኡ ዝተሓለወ ፣ ብዓል ሃፍቲን ሕጉስን
ሕብረተሰብ ምፍጣር እዩ፡፡
ሽቶ
֎ሂወት መሻርኽቲ ቢዝነስናን ኣፋለጥትናን
ምምሕያሽ።

֎ዕድል ስራሕ ምፍጣርን ስእነት ስራሕ


ምንካይን፡፡

֎ከም ቢዝነስ እናዓበየ ከም ዝኸይድ


ምግባር፡፡

֎ብዝተኽኣለ መጠን ብዙሓት ሚልየነራት


ምፍጣር።
ኢቲኬር፡ ልቓሕን ዕቓርን ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ተራድኣዊ ማሕበር
ቀንዲ ዕላማታት'ቲ ማሕበር

• ኣባላት ማሕበር፡ ገንዘብ እናቆጠቡ ብምውህላል ንዘጋጥሞም ቁጠባውን


ማሕበራውን ፀገማት ንምፍታሕ ዝሕግዞም ናይ ልቓሕ ዕድል ምጥጣሕ።
• ጥዑይ ቍጠባዊ ውድድር ምፍጣር። '
• ንኣባላት ፀገማቶም ኣብ ወፍራዊ ስራሓቶም ምሕጋዝ።
• ንኣባላት ብምስልጣን ማሕበራዊ፡ ቍጠባውን ባህላውን ደረጅኦም ምዕባይ
• ትካል፡ ዓቕሙ እናዓበየ ምስ ከደ ኣብ ንኡስ ባንካዊ ኣገልግሎት ምስታፍ
• ኣብ ከባቢኡ ኣብ ዝካየዱ ማሕበራዊ ልምዓታውን ንጥፈታት ምስታፍ።
24 ጥሪ 2023
ስራሕ ጀሚሩ
ዓለም-ለኻዊ ደረጅኡ ዝሓለወ
ፍርያትና
֎ ኣልበንት
ትሕዝቶታ

+
ዕረ ቤንቶናይት
ዕረ ኣብ ውሽጡ 200 ንጡፋት ናይ እሳተጎመራ ሓሙኽሽቲ/ሓመድ
ኮምፓውንድ ፣ 9 ኤንዛይማት ፣ 6 ኮይኑ ዳርጋ ኵሎም ኣብ ምድሪ
ቫይታሚናትን 11ሚነራላትን ዝሓዘ ዘለዉ ክበሃል ብዝከኣል ልዕሊ
ተኽሊ እዩ፡፡ 50ንጥረ ነገራት ዝሓዘ እዩ፡፡
֎ ኣልበንት
ጥቕሚታት ኣልበንት፦
ንቆርበትና ክንጥቀም ከለና፦
֎ ኩሎም መርዛማት ርስሓት ፣ ዝሞቱ ዋህዮታት ቆርበትና ፣ ቅብኣታት፣ባክተርያ፣ካብ
ቆርበትና ናብቲ ሓመድ/ፓውደር ይኸዱ ፣
֎ ብተመሳሳሊ ኣድለይቲ ዝኾኑ ንጥረ ነገራት ካብቲ ሓመድ ናብ ቆርበትና ይኣቱ

֎ ንገፅና ፣ ንፈፀጋ ፣ በዚ ሓመድ ምሕፃብን ንእግርና


ብምርሓስን ንጥቀመሉ ፣
֎ንቆርበትና ተመጣጥንን ልስሉስን ይገብሮ ፣
֎ ቆርበትና ከይጭምደድ ዝሕግዙ ቅመማት
ከም(ኮላጅን)ዝኣምሰሉ ኣካላትና ብቐፃሊ ንኸፍርዮም
ይሕግዝ።
֎ ባዮ 9
ባዮ 9
እዚ ካብ 9 ዓይነታት ተኽሊ
ዝተሰርሐ ንኹሉ ዓይነት ፀጉሪ
ዝሰማማዕ ፅሩይ ናይ ተፈጥሮ
ዘይቲ እዩ።
֎ ባዮ 9
ትሕዝቶታት
6.ናይ ቅንፍር ዘይቲ
1. ናይ ጉልዒ ዘይቲ
Castor Seed Oil Clove
2.ናይ ኣበሱዳ ዘይቲ 7.ናይ ኣዝማሪኖ ዘይቲ
Black Cumin Seed Oil

3.ናይ ኮኮናት ዘይቲ Rosemary Oil

Coconut Oil
8.ዘይቲ ላቬንደር
4. ናይ ሱፍ ዘይቲ Lavender Oil
Sunflower Seed Oil

5. ኣምዐ 9.ዘይቲ ተኽሊ ቖፅሊሻሂ


Stinging Nettle Tea Tree Oil
֎ ባዮ9
ጥቕምታት ባዮ9፦
֎ ንፎሊክላት ፀጉርና የነቃቕሖም ፣ ይምግቦምን የጠንክሮምን ፣

֎ ፀጉርና ሃይድሬት ፣ ኮንድሽንን ልሱሉስን ብምግባር ንክንምሽጦ


ይሕግዘና ፣

֎ ፀጉርና ካብ ምስብባርን ጫፉ ካብ ምስንጣቕን ይከላኸል ፣

֎ ቆርበት ርእስና ተፈጥሮኣዊ ቕብኣት ንኸፍሪ ይሕግዞ ፣

֎ ኣብ ቆርበት ርእስና ዘሎ ናይ ምቅፃልን ምሕኻኽን ስምዒታት


የወግደልና።
֎ ሼባ ሳምና
ሼባ ሳሙና እንታይ እዩ?

ሳምና ሼባ ካብ ዝተፈላለዩ ናይ ተኽልታት


ዘይቲ ከምኡውን ካብ ቤንቶናይት ፣
ፍሓም ኣርቃይ ፣ ጠስሚ ሺያ ዝስራሕ
ንፁህ ተፈጥሮኣዊ ሳምና እዩ፡፡
֎ ዝኾነ ዓይነት ናይ እንስሳ ስብሒ
ይኹን ንጥዑም ጨና ተባሂሉ ዝተሓወሰ
ኬሚካል የብሉን።
֎ ሼባ ሳምና
ትሕዝቶታት
 ዘይቲ ዝንባባ  ዘይቲ ሱፍ
Palm Oil Sunflower Seed Oil

 ዘይቲ ኮኮናት  ጠስሚ ባስያ


Coconut Oil Shea Butter

 ዘይቲ ኣውሊዕ  ዘይቲ ጕልዒ


Olive Fruit Oil Castor Seed Oil

 ጀል ዕረ  ፍሓም ኣርቃይ
Activated Bamboo
Aloe Vera Gel
Charcoal
 ዘይቲ ሶያቢን  ቤንቶናይት
Soybean Oil Bentonite Clay
֎ ሼባ ሳምና
ጥቕምታቱ

֎ ካብ ኣካላትና መርዛማት ንጥረ-


ነገራትን ሕማቕ ጨናን የወግደልና ፣
֎ ፀገማት ደጋዊ ቆርበትና ይፈትሐልና፣
֎ ቆርበትና ልስሉስ ንክኸዉን
ይሕግዘና።
ብሉጻት ናይ
ብሉፃት ናይ ቢዝነስ
ስራሕ
ዕድላት ዕድላት
ገንዘብዶ ወይስ ሃፍቲ
ጠበቕ ምግቡ ንምብላዕ ግዚኡ
ኣብ ቀፃሊሃድን እዩ ዘሕልፎ።

ሳሬት ምግባ ንምእካብ


ዓለባ ሳሬት እያ ትዝርግሕ።
ቀጥታዊ መሸጣ

ኣፍራዪ
ተጠቃሚ
ናይዚ ዕዳጋ ዚ ጥቕምታት
֎ ፍርያት ይሓስር፣
֎ ጉድኣት ፍርያት ይንኪ
֎ ፎርጅድ ኣይስራሕን
֎ እቲ ተረባሒ ፍርያት ብምፍላጡ ይኽፈሎ፣
֎ ኣፍራዪ ብዙሕ የትርፍ።
ካብዛ ሰዓት’ዚኣ
ሃፍቲ ምድላብ
ጀምሩ!
ብ 1ዐ
መንገዲታት
!
ኣታዊ ርኸብ/ቢ
1.መኽሰብ መሸጣ ችርቻሮ
ካብ 15% - 25% ናይ ሽርሻሮ መኽሰብ ይርከቡ ።
ዓደግቲ ዓማዊል ዝርከብሉ ቦታ ፦
• ናይ ኢቲኬር ሰሚናራት
• ሰበ-ብሰብ
• ኣብ ቤት ምህርትታት
• ኣብ ማእኸላት ጥዕናን ጂምን
• ሳሎንን ስፓን
• ኣብ ፍሉይ ዕሙር ወግዕታት/ኣጋጣሚታት

ብጅምላ ገዚእኻ ፣ ብሽርሻሮ ሸይጥኻ ፣ መኽሰብ


ርኸብ!
2ቀጥታዊ ሪፈራል
ኮሚሽን
ሓደሽቲ ኣፋለጥቲ ኣብ ኢቲኬር ቢዝነስ
ንኽጅምሩ ስፖንሰር ምስ ትገብር ቀጥታዊ
ሪፈራል ኮሚሽን ትረክብ፡፡

ካብ ነፍስ ወከፍ ሓደ ጥምሮ ሽያጥ

ፍርያት ብር 800 ትኽፈል።


3.ናይ ምፅማድ መሸጣ ኮምሽን
ሓይሊ ድርብ ምፅማድ ርአ!

ሕሳቡ ኣስላሓዮ!

ፀጋም ንስኻ የማን

ድርብ
ምዝማድ

ብየማንካን ፀጋምካን ብዝግበር ሓደ ሓደ ጥማር ሽያጥ


ብምፅማድ
1,800 ብር ትኽፈል
ትካሉ ዓርሱ ካብ ክሳራ ዝከላኸለሉ መገዲ፦

ፀጋም ንስኻ/ኺ የማን


ኤሌክትሮኒካዊ 1800
ህያብ ቸክ
5ይ 1800
10ይ 1800
15 ሪጋ 1800 1800
20 ሪጋ 1800 1800

ድምር ዋጋ 1800
7200 ብር 1800 (GC)

֎ ካብ ኹሉ 5ይ ተፃማዲ ሽያጥ = ኤሌክሮኒካዊ ቸክ/ፍርያት ህያብ።


֎ ኢቲኬር፡ ኣብ ውሽጢ 24 ሰዓታት 20 ብፀጋም 20 ብየማን ናይ
ዝተፀመዱ ሽያጣት ጥራይ እዩ ዝኸፍል ፣ ልዕሊኡ ናብ እቲ ትካል ካዝና የእትዎ ፣ “ፍላሽ ኦፍ”
ይገብሮ።
ብሓደ ኣካውንት ምእታውን ጥቕሙን

ፀጋም ንስኻ/ኺ የማን


1800

1800

1800
1800
1800 (GC)

֎ 20 x 1800 = 36,000 ብር
ኤሌክትሮኒካዊ ህያብ ቸክ 5ይ ፣ 10ይ ፣ 15ን መበል 20ን ምስ ጎደለ ፣
֎ 36,000 – 7200 = 28,800ብር መዓልታዊ ኣታዊ
֎ 28,800 x 30 = 864,000 ብር ወርሓዊ ኣታዊ ምውህላል ይከኣል።
ብ 3 አካውንት ምእታው ጥቕሙ
ንስኻ/ኺ

ንስኻ/ኺ- ንስኻ/ኺ-2
1
1800

1800

1800
1800

1800 (GC)

֎ 864, 400ብር x 3 = 2,592,000 ብር ወርሓዊ ኣታዊ ምግባር ይከኣል።


4.ዩኒሌቭል ኮሚሽን
ወርሓዊ ኮሚሽን ንስኻ/ኺ እዚ ቐፃልነት ዘሎዎ ኣታዊ’ዩ!

5% መሸጣ ፍርያት
1ይ ወለዶ

5% መሸጣ
2ይ ወለዶ .
ፍርያት
. . . . . . .
. . . . . . .
. . . . . . .
. . . . . . .
. . . . . .
10ይ ወለዶ
5% መሸጣ
ፍርያት
ዳይናሚክ ኮምፕሬሽን
መፋለጥቲ ክሳዕ 10ይ ደረጃ ኦቨርራይዲንግ ኮሚሽን ንምርካብ ውሕስነት ኣሎዎ
5መሳልላዊ ኮምሽን
ደረጃኻ ብምምሕያሽ
ተወሳኺ ኦቨርራይዲንግ ኮሚሽን ኣዋህልል! 6 PSA
ኢቲኬር ኤሊት
አምባሳደር
ኣገባብ ኣከፋፍላ 5 PSA (2,000 GSA)
֎ ድምር ሽያጥ ዉልቀ (PSA) ኤክሰክዩቲቭ

֎ ናይ ግሩብ እኩብ ሽያጥ (GSA) 4 PSA


ዳይሬክተር
(1,500 GSA)
5%
֎ ገደብ ጊዜ ዘይብሉ ናሽናል
֎ ምስራዝ ዘይብሉ 3 PSA 5% ዳይሬክተር
(1,000 GSA)
10%
֎ ክሕለፍ ዘይብሉ ሪጅናል

2 PSA 5% 10%
ዳይሬክተር
(200 GSA) 15%
PSA
ማነጀር
(20 GSA) 5% 10% 15% 20%
ኣፋላጢ
PROMOTER 5% 10% 15% 20% 25%
6ፕሮሞሽናል ኮምሽን

ወርሓዊ ኮምሽን
20,000 ብር
ሓደ ሓደ ደረጃ ንላዕሊ ኢቲኬር

ብዝወፃእኻሉ ቑፅሪ 10,000ብር


ኤሊት
ኣምባሳደር

ሓንቲ ጊዜ ክፍሊት 5,000 ብር


ኤክስክዩትቭ
ዳይሬክተር

ኮሚሽን ትረክብ ናሽናል


3,000 ብር ዳይሬክተር

ሪጅናል
1,000 ብር ዳይሬክተር

ማነጀር

ኣፋላጢ
7.ሮያልቲ ኮምሽን
֎ሓደ ዓይነት ደረጃ ንዝበፅሑ
1ይ ደረጃ ኣፋለጥቲ ካብ ሽያጥዝርከብ 2%
ኮሚሽን ይኽፈሉ፡፡
ROYALTY
8.ናይ ጉዕዞ
֎ ሽልማት
ካብ ወርሓዊ ሽያጥ 2%
ኮሚሽን:
 ናሽናል ዳይሬክተር፣
 ፈፅሚ ዳይሬክተር፣
 ኢቲኬር ኣምባሳደር
ንዝበፅሑ ኣፋለጥቲ ይኽፈል፡፡
9.ናይ መዛዘሚ ዓመት ኮምሽን

֎ካብቲ ብዓለም ደረጃ ዝግበር መሸጣ 2%


ንፈፃሚ ዳይሬክተርን
ንኢቲኬር ኣምባሳደራትን
በብዓመቱ ይኽፈል፡፡
10 .ተወሰኽቲ ሽልማት

֎ ደረጃ ኣምባሳደር ኢቲኬር


ንዝበፅሑ ኣፋለጥቲ ሽልማት
መኪና ይወሃብ።

֎ደረጃ ኣምባሳደር ኢቲኬር


ንዝበፅሑ ኣፋለጥቲ ናይ ገዛ
ሽልማት ይወሃብ፡፡
ብኸመይ ንጀምር
1.ፍርያት ኢቲኬር ብምግዛእ ናይ ኢቲኬር ነፃ ኣፋለጥቲ ብምዃን

ተመዝገቡ!!

2.ብተወሳኺ ናይ ቢዝነስኩም ዕብየት ትከታተልሉ

ባክኦፊስ ትረኽቡ፣ ብር
12,989
3.ብሮሹርን ኣፕሊከሽንን፡
ፍርያት
4.ብጅምላ ናይ ምግዛእ ዕድል ትረኽቡ።
አገልግሎት
ብ 3 አካውንት ብኸመይ ንስኻ/

ንጅምር ንስኻ/ኺ-1 ንስኻ/ኺ-2
ካብቲ ብሓደ ኣካውንት ትረኽቦ ዝነበርካ ዕፅፊ
ብቐጥታዊ ሪፈራል 1600 ብር ፣ብናይ

ምፅማድ ኮምሽን ድማ 1800 ብር


ብጠቕላላ 3400 ብር ኣብ ኣካውንትኻ
ብ 3 አካውንት
ይምዝገበልካ! ንምጅማር

ብር 38,967

ምህርትን ኣገልግሎቱን
ቁፅሪ ሕሳብ ባንኪ
ኢቲኬር

ኣብ ኢቲኬር ስራሕ
ንምጅማር
Etcare beauty products
salles plc ኢሎም ናብ ቁፅሪ
ሒሳብ የእትዉ/ዋ።

1000476989675
ተገዲስኩም
ብምምፃእኹም
ኣዚና ነመስግን!

You might also like