Professional Documents
Culture Documents
Haddas Eritra 01042020
Haddas Eritra 01042020
00 ናቕፋ
ገጽ 3 ገጽ 4 ገጽ 5 ገጽ 8 ገጽ 9
ኣብያተ መዘክራትኤርትራን ኮቪድ-19 በቲ ካልእ ገጹ ምሃብን ምቕባልን ማርቲነዝ ዝርርብ ጀሚሩ
... እዋናዊ መልእኽቲ
ንወለድን ኣለይትን ቈልዑ
ኣብ ግዜ ሕማም ኮሮና
ቫይረስ
ምንቅስቓሳት ነይሩ። የ
ው
እዚ ተርእዮታት እዚ፡ ንለበዳ እቲ ሃ
ን
ቫይረስ ባይታ ዝፈጥር ስለዝዀነ፡ ኩሉ ስ
መደባት ይሰላሰል
ለበዳ ሕማም ኮሮና ቫይረስ ንምክልኻል፡
ተጠርኒፈን።
በዚ መሰረት፡ 80 ስድራ-ቤታት ኣብ
ኣራግ፡ 115 ስድራ-ቤታት ድማ ኣብ
ከምእተጠርነፋ ተገሊጹ።
ተቐማጦ ናይ’ተን ሓደስቲ
ምምሕዳራት ከባቢ፡ ቀጻልነት ናይ’ቲ
ቀይሕ ባሕሪ ኣቶ ሃይለ ተወልደብርሃን፡
ብ22 መጋቢት ኣብቲ ከባቢ ምስ
ወከልቲ ህዝቢ ተራኺቡን ብዛዕባ
ብግቡእ ከተግብር፡ ኣቐዲሞም ናብ’ተን
ብደረጃ ዞባ ጋሽ-ባርካ - ኣብ ምንቃሕ ሕማም ዝተራእየለን ሃገራት ዝገሹን ምስ ሓሊበት ተጠርኒፈን ኣለዋ። ምጥርናፍ ክወሓስ፡ መስርሕ ምውዳድ ትግባረ መደባት ዘትዩን ነይሩ።
ሕብረተሰብን መሰረታዊ ምድላዋት ኣብ ገያሾ ርክብ ዝነበሮምን ሰባት - ናብ ዝቐርቦም ነቲ መደብ ንምዕዋት፡ ብምምሕዳር
ምጽፋፍን ዕቱብ መደባት ይሰላሰል ኣሎ።
ሓላፊ ጨንፈር ሚኒስትሪ ጥዕና ዶክተር
ትካል ጥዕና ብምኻድ ኩነታቶም ክፈልጡ
ኣዘኻኺሩ።
ንኡስ ዞባ ሰፊሕ ጐስጓስ ከምእተኻየደ፡
ከም ውጽኢቱ ድማ ተቐማጦ ዓድታት ‘እዚ’ ህዝባዊ ሰራዊት122 ኣባላት
ሓየሎም ኪዳነ፡ ኣብ’ቲ ዞባ - ኣቐዲሙ
ብሞያ ኣሰልጢኑ
ዝተፈላለዩ ስግረ-ዶባዊ ተመሓላለፍቲ
ሕማማት ንምምካት፡ ክሳብ ዓድታት
ዝወረደ ውዳበታት ብምጽንሑ፡ ሕማም
ኮሮና ቫይረስ ንምግታእ ኣብ ዝግበር ዘሎ
መንደፈራ - መንእሰያት ንጽጉማት ስድራ-ቤታት ናውቲ ጽሬት ሓጊዞም
ከም ኣካል ናይቲ መልከፍቲ ሕማም ኣገባብ መከላኸሊ ናይ’ቲ ቀታሊ
ኣሃዱ ጐስጓስን ሓበሬታን ‘እዚ’
ህዝባዊ ሰራዊት፡ ንኣስታት ክልተ
ሓላፊ ጐስጓስን ሓበሬታን እዚ ህዝባዊ
ሰራዊት ሳልሕ መሓመድ፡ እቲ ዕላማ፡
ኮሮና ቫይረስ ንምክልኻል ዝካየድ ዘሎ ቫይረስ ምዃኑ ብምርዳእ ነቲ ተበግሶ ወርሒ ብሞያ ዘሰልጠኖም 35 ደቂ- ኣብ ዝተፈላለየ ቦታታት ንዝነጥፉ
ቅድመ-ምድላዋት ከምዝሓገዘ ገሊጹ።
ጻዕሪ፡ ኣብ ከተማ መንደፈራ ዝተወደቡ ከምዝወሰዱዎ ገሊጾም። ኣንስትዮ ዝርከባኦም 122 ኣባላቱ፡ ኣብ መንእሰያት ኣባላቱ፡ ኣብ ዓውዲ ስነ-
ምስ ኢትዮጵያን ሱዳንን ኣብ ዘዳውብ
ወለንታውያን መንእሰያት፡ ካብ ሰብ እቲ ብኣስታት 14 ሽሕ ናቕፋ ከተማ ከረን ኣመሪቑ። ጥበብ ዝጸንሖም ሞያዊ ኣፍልጦ ክብ
ከባቢታት 12 ግዝያዊ መጽንሒ ነቑጣታት
ጸጋ ብዝኣከብዎ ገንዘብ ን120 ጽጉማት ዝተገዝአ ናውቲ ጽሬት፡ ብ30 መጋቢት እቲ ኣብ ክልተ እብረ ዝተዋህበ ንምባል ከምዝኾነ ገሊጹ።
ከምዝቘመ፡ ብደረጃ ዞባ ድማ ኣብ ባረንቱ
ስድራ-ቤታት ናይ ናውቲ ጽሬት ሓገዝ ብመገዲ ምምሕዳራት ከባቢ ተዓዲሉ። ስልጠና፡ ዓውድታት ስርዓተ-ድምጺ፡ እንትርፎ ድሌትን ተበግሶን
መሐከሚ ቦታ ምስ ምሉእ መሳርሒታቱ
ገይሮም። እቶም መንእሰያት ብዘይካ’ዚ፡ ምእላይ መድረኽ፡ ባህላውን ናይ ስነ-ጥበብ ኣፍልጦን ክእለትን
ከምእተዋደደ ዝጠቐሰ ዶክተር ሓየሎም፡
እቶም ብሃገራዊ ማሕበር ንወነንቲ ትካላት ወሃብቲ ኣገልግሎት ሙዚቃውን ትልሂታት፡ ደረቕን ከምዘይጸንሖም ዝሓበሩ ሰልጠንቲ፡
ትግባረ ናይ’ቶም በብእዋኑ ብሚኒስትሪ ጥዕና
መንእሰያትን ተመሃሮን ኤርትራ - ኣብ ኣሰራርሓኦም ክኽተልዎ ዝግባእ ተንቀሳቓስን ካሜራ፡ ከምኡ’ውን ሕጂ ግን ዝቐሰምዎ ትምህርቲ ምርኲስ
ዝወጹ ዘለዉ ኣገደስቲ መምርሒታት፡ ዕቱብ
ዞባ ደቡብ ዝተወደቡ ወለንታውያን ጥንቃቐታት ብጽሑፍ ኣዳልዮም መባእታዊ ትምህርቲ ምእካብን ገይሮም ከም ሞያ ንምዕባዩ ብዝለዓለ
ምክትታል ይግበረሎም ከምዘሎ ሓቢሩ።
መንእሰያት፡ ጽሬት ኣካላት መሰረታዊ ከምዝዓደሉ ወኪል ኤሪና ሓቢሩ። ምምስራሕን ሓበሬታ ዝሓቘፈ እዩ። ክሰርሑ ምዃኖም ኣረጋጊጾም።
ሕብረተሰብ እዋናዊ መምርሒታት
ሓዳስ ኤርትራ መበል 29 ዓመት ቁ.182 1 ሚያዝያ 2020 - ገጽ 2
ድፋዕካ ሃድሞ
ኮሮና መጺኡ ሰራዊቱ ኣኽቲቱ
ድፋዕካ ሃድሞ ክጸብብ መኣቶቱ
ኣብ ዞ/ዓንሰባን ዓሰብን፡ ንትግባረ መምርሒታት ኮሮና ቫይረስ ይስራሓሉ ቴድሮስ ጸጋይ - ግምሩክ
ኣብ ዞባ ዓንሰባ፡ ትግባረ ናይ’ቲ ለበዳ እዛ ኣብ ትሕቲኣ ዝነጥፋ ንኡሳን እናተኸታተለት፡ ስጒምቲ ክትወስድ ዕቱብ ምክትታልን ምቊጽጻርን ክግበር፡ ሓደገኛ ሕማም ንኽድሕኑ ተባሂሉ ኣኣብ
ሕማም ኮሮና ቫይረስ ንምግታእ መንግስቲ ኮሚተታት ዘለውኣ ብደረጃ ዞባ ዝቘመት ጀሚራ ኣላ። ነበርቲ ጸዊዖም። ገዝኦም ከምዝጸንሑ ዝተገብሩ ቈልዑ፡
በብእዋኑ ዘውጽኦ ዘሎ መምርሒታት ኮሚተ፡ ብመሰረት ዝወጸ መምርሒ፡ በዚ መሰረት፡ ድሮ ኣብ ዋጋታት ሃለኽቲ ብማዕከናት ዜና ሃገርናን ሞያውያን ፈቖዶኡ ተኣኪቦም ኲዑሶ ክጻወቱ ምርኣይ
ንምርግጋጽ እትነጥፍን ስጒምቲታት ምዕጻው ህዝቢ ብብዝሒ ዝእከበሉ ዘይምኽኑይን ዘይሕጋውን ወሰኽ ኣብ ጥዕናን ዝካየድ ቀጻሊ ጐስጓሳት፡ ዓገብ ክበሃል ዘለዎ ሓደገኛ ክስተት ምዃኑ፡
እትወስድን፡ ብኣመሓዳሪ ዞባ እትምራሕ ቦታታትን ኣጋጣሚታትን፡ ምቊራጽ ልዕሊ ዝገበራ፡ ኣብ ከተማ ከረን ዝርከባ ኣፍልጦኦምን ንቕሓቶምን ኣብ’ቲ ሕማም እቶም ወሃብቲ ርእይቶ ኣዘኻኺሮም።
ኮሚተ ቈይማ። ህዝባዊ መጐዓዝያን ኩነታት ዕዳጋታትን 13 ትካላት ንግዲ፡ ናይ ምዕጻው ስጒምቲ ክዓቢ ከምዝሓገዘ ብምሕባር፡ ኣብ ትግባረ
ከምዝወሰደት፡ ወኪል ኤሪና ሓቢሩ።
ሓላፊ ጨንፈር ሚኒስትሪ ጥዕና ዞባ
ዝወጹ መምርሒታት ዝኽሰት ሓላፍ-
ዋና ዳይረክተር ክፍሊ ማሕበራዊ ዘላፍን ዘይዕቱብነትን፡ ብዘይወዓል ሕደር
ደቡባዊ ቀይሕ ባሕሪ፡ ኣቶ ኣሰፋው ነጋሲ፡
እቲ ዞባ ምስ የመን፡ ጅቡቲን ኢትዮጵያን
ብዘይካ ሰኑይ መዓልታዊ እትሕተም ጋዜጣ ኣገልግሎት ዞባ ዓንሰባ ኣቶ ተስፋጽዮን
ግርማይ፡ ለበዳ ኮሮና ቫይረስ ዘይንቡር
ክውገድ ተላብዮም።
ምቁራጽ ኣገልግሎታት ህዝባዊ ስለዝራኸብ፡ ነቲ ከም ባርዕ መሮር ዝላባዕ
ስለዝዀነ፡ ንምግታኡ ተወሲኑ ዘሎ ዘይንቡር መጓዓዝያን ትምህርትን ኣብ ምክልኻል’ቲ ዘሎ ለበዳ ንምግታእ፡ ትግባረ ዝወጸ ሕጋጋት
ዋና ኣሰናዳኢ ስጒምቲታት ምትግባር ናይ ነፍሲ-ወከፍ
ዜጋ ሕጋዊ ግዴታ ምዃኑ ኣገንዚቡ።
ለበዳ ዓቢ ተራ እኳ እንተለዎ፡ ካብ’ዚ ግድነታዊ ምዃኑ ኣገንዚቡ።
ኮቪድ-19 በቲ ካልእ ገጹ
. . . እቲ ካልእ ሸነኽ!
ጥዑምዝጊ ተስፋይ
ና ን ምሃብን ምቕባልን
ፍ ል ስፍ
ናን
መትከሎም ነቕ ኣይብሉን እዮም።
ልቦ
ሊቕ ስነ ልቦና ሮበርት ኪያልዲኒ፡
ምሉእብርሃን ሃብተገብርኤል “መብዛሕትኡ ሰብ ገለ ሂቡ፡ ገለ
ክረክብ እዩ ዝደሊ። ብፍላይ ተቐበልትን
ብሰሪ ወይ ብሳላ ምዕባለ ቴክኖሎጂ ተዳረግትን ሰባት ነቶም ኣብ መጻኢ
ሻዱሻይ ክፋል ክሕግዝዎም ከም ዝኽእሉ ዝግምትዎም
ምስ ዝበዝሑ ሰባት ካብ ዝተፈላለዩ
ኵርንዓት ዓለም ክንራኸብ ዕድል እዮም ዝሕግዙ። ንሳቶም ሃንደራእ
“ክንረክብ ኢልና ኣይኰንናን እንህብ። ኢሎም ንዝዀነ ጽጉም ኣይግሕዙን
ረኺብና ኣለና። ምስቶም ብመንገዲ
ክንህብ ኢልና ኢና እንረክብ።” - ኣላን እዮም።” ብምባል የገንዝብ።
ኢንተርነት እንፈልጦም ሰባት
ውድስ ኬት ፈራዚ ክኢላ ስርዓተ መርበብ
እንፈጥሮም ዝምድናታት - ዕድላትን
“ጽባሕ ዝበለጸ ነገር ንኽትረክብ፡ ሎሚ እያ። ንሳ ኣብታ ‘Never Eat Alone’
ሓደጋታትን ሒዞምልና ክመጽኡ
ገለ ነገር ሃብ።” - ኣሺሽ ፓተል ዘርእስታ መጽሓፋ፡ “ቅድሚ ምቕባልካ
ዳርጋ ልሙድ ተርእዮ ኰይኑ ኣሎ።
ገለ ሰባት ብኢንተርነት ጥራይ ምስ ክትህብ እዩ ዝምረጽ።” ብምባል
“ደቂ ሰብ ብሓፈሻ ስሰዐ እናሰዓረና እዩ ትመክር።
ዝፈልጥዎም ሰባት ተላልዮም ክሳብ
ዝመጽእ ዘሎ ዝበሃልሲ ሓቂ ድዩ?” ምውህሃብ ሓያል ስርዓተ መርበብ ተቐበልትን ተዳረግትን እዮም። ሓደስቲ ዝተላለናዮም ሰባት
ጽቡቕ መርዓን ደርዓን ዝበጽሑ ንፈልጥ
“ብመጽናዕቲ ክሳብ ዘይተደገፈ፡ ከም እዩ ዝሓትት። ተቐበልቲ ሰባት ስቕ ኣብ መዳይ ስርዓተ መርበብ ሓጺር ግዳ፡ ካብ መዓሙቕ ልቦም ዝተበገሰ
ኢና። ብመንጽሩ፡ ብሰሪ ብኢንተርነት
ሓቂ ክቕበሎ ይኸብደኒ እዩ።” ኢሎም ኣይኰኑን ስርዓተ መርበብ ኣረኣእያ ኣለዎም። ንሳቶም ኣብ ስርዓተ ሓገዝ ብዘይስክፍታ ከበርክቱልና
ዝተላለዩዎም ሰባት ህይወቶም ንሓዋሩ
“ኣብ ከባቢና ንዘለዉ ሰባት እንዶ ዝፈጥሩ። ምስቶም ዝያዳ ዘርብሕዎም መርበብ ዘለዎም ርድኢት ተመሊሱ ተኽእሎ ኣሎ።
እተበላሸወ ሰባት እውን ኣዳዕዲዕና
ነስተውዕለሎም። ከም ርድኢተይ ሰባት ሰባት እዮም ክቐርቡ ዝደልዩ። ኣብ ትሕቲ ትዕዝብቲ እዩ ዘእትዎም። እቲ ምስ መሳርሕትናን ኣዕሩኽትናን
ንፈልጥ ኢና። ምእንቲ’ዚ ገሌና
እናሰስዑ እዮም ዝመጽኡ ዘለዉ።” ተዳረግቲ እውን ኣብቲ ዝፈጥርዎ ንስርዓተ መርበብ ከም ኣብ ትሕቲ ዘለና ሓያል ርክብ፡ ምትእስሳር
ንምዕባለ ቴክኖሎጂ እንተ መረቕና፡
“ኣብ ከባቢኺ ዘለዉ ሰባት እናሰስዑ ስርዓተ መርበብ ምሒር ተኣፈፍቲ ዝዀነ ይዅን ኵነት ዘይልወጥ (hard- (bonds) እዩ ዝፈጥረልና። እቲ ምስ
ገሌና ንምዕባለ ቴክኖሎጂ እንተረገምና
ይመጽኡ ኣለዉ ማለት፡ ኣብ ከባቢየይ እዮም። ንሳቶም ካብ ወሃብቲ ሰባት and-fast) ገይሮም እዮም ዝወስድዎ። ኣጋይሽ እንምስርቶ ልሕሉሕ ርክብ
ከቶ ዝገርም ክኸውን ኣይክእልን እዩ።
ዘለዉ ሰባት እናሰስዑ ይመጽኡ ኣለዉ ዝወሓደ ስርዓተ መርበብ ይፈጥሩ። ወዮም ተቐበልቲ ሰባት ካብቲ ዝፈጥርዎ ግዳ፡ ድንድል ይፈጥረልና። እወ እቲ
ምዕባለ ቴክኖሎጂ ነቲ ካባና ርሒቑ
ማለት ድዩ?” ወሃብቲ ሰባት ብዝተኻእሎም መጠን ዝምድና፡ ሚእቲ ሚእታዊት መኽሰብ ምስ ኣጋይሽ እንፈጥሮ ርክብ፡ ኣገደስቲ
ዝርከብ ሰብ፡ ዘይንስና መሲልና ንኽንቀርቦ
“ደሓን ዘረባ ከየንዋሕና፡ ኣብ ከባቢኻ ንዝበዝሐ ሰብ ክሕግዙ ስለ ዝደልዩ፡ ምስ እዮም ዝጽበዩ። እቶም ተዳረግቲ ሰባት ሓደስቲ ሓበሬታታት ክንከስበሉ
ዕድል ይኸፍተልና እዩ። ኣብቲ ቕድሚ
ዘለዉ ሰባት እናሰስዑ ድዮም ዋላስ ዝበዝሐ ሰብ ክላለዩ ኣይስከፉን እዮም። ከኣ፡ ካብ ዝፈጥርዎ ዝምድና ፈጺሞም ንኽእል።
ቴክኖሎጂ ምምዕባሉ ዝነበሩ ሰባት ግዳ፡
እናለገሱ እዮም ዝመጽኡ ዘለዉ እንዶ ንሰባት ስለ ዘይጐድኡ ድማ፡ ሰባት ክኸስሩ ኣይደልዩን እዮም። እቲ ምስ ኣዕሩኽትናን መሳርሕትናን
ካብ ከባቢኦም ርሒቖም ብዙሕ ስለ
ንገረኒ።” ኣይርሕቅዎምን እዮም። ብመንጽሩ ወሃብቲ ሰባት ብግርህነት ዘለና ሓያል ርክብ፡ ኣብ ሓደ ጸቢብ
ዘይንቀሳቐሱ፡ ንዘይፈልጥዎም ሰባት
“ሓቂ ዘረባ ሕጂ ሃንደበት ትድውልለይ ተዳረግቲ ሰባት ዋላ ካብ ተቐበልቲ ተሰንዮም እዮም ምስ ሰባት ዝላለዩን ማሕበራዊ ዓንኬል እተደረተ እዩ።
ረኺቦም ከደናግርዎም ብዙሕ ይኽእሉ
ስለ ዘለኺ፡ ደምዳሚ ዝዀነ መልሲ ሰባት ንታሕቲ እዮም ስርዓተ መርበብ ዝተሓጋገዙን። ካብ ፈለማኡ ንሰብ እቶም ሰባት ከም ናትና ሓደ ዓይነት
ኣይነበሩን። ክንዲ ዝዀነ መብዛሕትኦም
ክህበኪ ከጸግመኒ እዩ።” ዝፈጥሩ። እቲ ምንታይሲ፡ እቶም ክሕግዙ ኢሎም ስለ ዝነቕሉ፡ ኣብ ሓበሬታ ናይ ምርካብ ዕድል እዩ
ኣብቲ ሽዑ ዝነበሩ ሰባት፡ ቅኑዓትን
“ኢሂ እንታይ ኴንካ?” ተቐበልቲ ሰባት ዝበዝሑ ዘርብሕዎም መንጎ እቲ ዝምድና ዝወርዶም ክሳራ ዘለዎም።
ወሃብትን እዮም ዝነበሩ። ከም ሳዕቤኑ፡
“እቲ ሕቶኺ ቀሊል መልሲ ንኽረኽቡ ፋሕተርተር ካብ ምባል ከቶ ኣየተሓሳስቦምን እዩ። ክንዲ ዝዀነ፡ ብመንጽሩ እቲ ምስ ኣጋይሽ
እቶም ሒደት ተቐበልትን ተበለጽትን፡
እትረኽበሉ ኣይኰነን። ምኽንያቱ ኵሉ ኣየዕርፉን እዮም። ብፍላይ ከም ዝኸሰሩ ከይተሸቝረሩ ምስ ብዙሓት ሰባት እንምስርቶ ልሕሉሕ ርክብ፡ ምስ
ካብ ሕብረተሰቦም ቅልጡፍ ዝዀነ
ኣብ ከባቢየይ ዘሎ ሰብ እናሰስዐ ከም ክስምዖም እንከሎ፡ ነቲ ዝኸስርዎ ኣብ ክላለዩ ዕድል ይረኽቡ። ሰብ መኽሰብ ዝተፈልየ ሓድሽ ስርዓተ መርበብ
ተነጽሎ ይገጥሞም ስለ ዝነበረ፡ ‘መውስቦ
ዝመጽእ ዘሎ ክድምድም ኣይክእልን ምምላስ ክጠቕምዎም ዝኽእሉ ሰባት ስለ ዝዀነ ኸኣ፡ ኣብ ቀጻሊ ህይወቶም ከተኣሳስረና ይኽእል እዩ። እቲ ሓድሽ
ከይክልከሉ’ ብምስጋእ ጥራይ እኳ
እየ። ኵሉ እናለገሰ ይመጽእ ኣሎ ክብለኪ ኣብ ምንዳይ ሃነፍነፍ ይብሉ። ብዓወት እተሰነዩ ይዀኑ። ሽሕ እኳ ስርዓተ መርበብ ከኣ፡ ዘይሓሰብናዮ
ጠማዓት ክዀኑ ድላይ ኣይነበሮምን።
እውን ኣይክእልን እየ። ገለ ስሱዕ ዝነበረ ሪድ ሆፍ ማን፡ “ዝበዝሑ ተዳረግቲ፡ ዲናሞ ድርኺቶም ንምርባሕ ወይ መባልዕትና ክኸውን ይኽእል።
ሊቃውንቲ ስነ ልቦና ኣብ ንጡፋት
ሰብ ለጋስ ኰይኑ ይጸንሓካ። ገለ ለጋስ ‘ሓደ ነገር እንተ ገይርካለይ፡ ኣነ እውን ንምኽሳብ እንተ ዘይኰነ ማለት እዩ። ኣብ ዕለታዊ ህይወትና መብዛሕትና
ተጠቐምቲ ፈይስቡክ ኣብ ዘካየድዎ
ዝነበረ ኸኣ፡ እቲ ጠንቂ ብዘይርደኣካ፡ ዝገብረልካ ኣለኒ።’ ዝዓይነቱ ምጉርራሕ “ሰባት ክትረክብ እንከለኻ፡” ይብል ንሓደስቲ እተላለናዮም ሰባት
መጽናዕቲ፡ እቶም ወሃብቲ ዝበሃሉ ሰባት፡
ጠማዕ ኰይኑ ይጸንሓካ። ስለዚ ሒዞም እዮም ዝንቀሳቐሱ። ነዚ ዓይነት ጋይ ካዋሳኪ። “እንታይነቶም ብዘየገድስ ሓገዝ ክንሓትት ኣይብርሃናን እዩ።
ቅኑዕ ሓበሬታ ብዛዕባ ገዛእ ርእሶም ከም
ነዞም ጕዳያት ብሚእታዊት ሰሊዕካ ምውህሃብ ከረጋግጹ ክብሉ ልዑል ንገዛእ ርእስኻ፡ ‘ነዚ ሰብ እዚ ብኸመይ እንተዀነ፡ እቲ ዝሰለጠን ዝደልደለን
ዝልጥፉ ኣረጋጊጾም። እቶም ተቐበልቲ
ከተነጻጽሮም ቀሊል ኣይመስለንን።” ጥንቃቐ ስለ ዝገብሩ፡ ምስ ሰባት ዘለዎም ክሕግዞ እኽእል?’ ኢልካ ክትሓትታ ሓገዝ ካብኣቶም ክገጥመና ይኽእል
ሰባት ግዳ፡ ንገዛእ ርእሶም ኣጕሊሖም
“እምበርከ በዚ ሎምስ ለጋሳት ሰባት ዝምድና ምሒር እተደረተ ይኸውን። ይግባእ።” እዩ። ንሓደስቲ ዝተላለናዮም ሰባት
ከም ዝገልጹን ዘይተኣደነ ጃህራ ከም
ኣለዉ?” ኵሉ ግዜ ንዝምድናኻ መባድልቲ ንገለ ሰባት ከምዚ ዓይነት ስጕምቲ ምሉእ እምነት ስለ ዘይነሕድረሎም፡
ዝጥቀሙን ኣቕሊቦምሎም።
“መሊኦም!” (quid pro quo) ኣብ ምእላሽ እንተ ምውሳድ፡ ኰነ ኢልካ ኣብ ልዕሊ ከይተፈለጠና ስነ ልቦናዊ ሓጹር ኢና
ተቐበልቲ ሰባት ካብቶም ወሃብቲ
“ናይ ብሓቅኻ ዲኻ?” ደኣ ኣሕሊፍካዮ፡ ኣብ ዕለታዊ ህይወትካ ካልኦት ሰባት ወፍሪ (invest) ምግባር እንተኽለሎም።
ሰባት ንላዕሊ ኣብ ፈይስቡክ ዝበዝሑ
“እዞም ንዘይፈልጥዎም ሰባት ከይተረፈ እናተደረትካ ኢኻ እትኸይድ።” ክብል ይመስሎም ይኸውን። እዚ ግዳ ብጉንዱ እቶም ወሃብቲ ዝበሃሉ ሰባት፡ ነቲ
ዓርከ-መሓዙት (Facebook friends)
ከይተሓለሉ ደም ዝልግሱ ሰባት ምስ እዩ ጽሒፉ። ግጕይ ርድኢት እዩ። ምኽንያቱ እቶም ሓያል ርክብን ልሕሉሕ ርክብን
ኣለዉዎም። ዝተጋነነ መልክዕ ስእሎም
ጠማዓት ዲኺ ክትምድብዮም?” ተዳረግቲ ሰባት ክምለሰሎም እንረድኦም ሰባት ተመሊሶም ክረድኡና ብዝግባእ ይጥቀሙሉ። ካብቲ ሓያል
ኣብ ፈይስቡክ ስለ ዝጥቅዑ፡ ዝያዳ ግብረ
“ኤእ ንሶም ደኣ ፍሉያት ፍጥረት እናተማህለሉ ክህቡ እንከለዉ፡ ነቲ ከም ዝኽእሉ ኣቐዲምና ክንግምግም ርክብ ልዑል እምነት ይኸስቡ፡ ካብቲ
መልሲ ካብ ዓርከ-መሓዙቶም ይረኽቡ።
ኰይኖም እዮም ዝስምዑኒ።” ክመልሰሎም ዓቕሚ ይዅን ተበግሶ ኣይንኽእልን ኢና። ልሕሉሕ ርክብ ከኣ፡ ኣገዳሲ ዝበሃል
ንሳቶም ብምሉእ ዓቕሞም ንገዛእ
“ክሳብ ኵሊት ንጽጉማት ብናጻ ኣለዎ ኢሎም ዝሓስብዎ ሰብ ጥራይ መብዛሕትና ምስ ናይ ቀረባ ሓበሬታ ይምእርሩ። በዚ እዮም ከኣ፡
ርእሶም ኣብ ምውዕዋዕ ኣይስልክዮምን
ዝልግሱ ሰባት ከም ዘለዉኸ ሰሚዕኪ እዮም ዝህቡ። ንዓለም ብሚዛን ኣዕሩኽትናን መሳርሕትናን ጥራይ ኣብ መጠረሽታ ወሃብቲ ሰባት ብዓወት
እዩ። ነዚ ‘ክእለቶም’ መዝሚዞም ከኣ፡
ኣይትፈልጥን ዲኺ?” ክትነብራ ከቢድ እዩ። ‘ሰለስተ ርብዒት ኢና ሓያል ምትእስሳር እንፈጥር። መሰስ ኢሎም ዝወጽኡ።
ነቶም ወሃብቲ ዝበሃሉ ዓርከ-መሓዙቶም
“ብመራኸቢ ብዙሓን ሰሚዐ ስለ ዝሓገዝኩ፡ ሰለስተ ርብዒት ምስ ሓደስቲ ሰባት ግዳ፡ ልሕሉሕ ናይ ተዳረግቲ ሰባት ቀንዲ ጸገም፡
ከም ድላዮም ክብለጹሎም ይኽእሉ።
ኣለኹ።” ክምለሰልይ ኣለዎ።’ እናበልካ እትነብሮ ምትእስሳር ጥራይ ንፈጥር። ንሓደ ጋሻ ኣብ ልዕሊ ተቐበልቲ ሰባት ሕነ ክፈድዩ
ተቐበልትን ተዳረግትን ቅድሚ
“ንገፊሕ መርዓ ዝሓሰብዎ ገንዘብ ህይወት ከቶ ከቕስነካ ኣይክእልን ሰብ ክንሕግዝ እንውፈ ሰባት ክንደይ ዘይተደልየ ጸዓትን ንዋትን ስለ ዘጥፍኡ
ዝምድና ምስ ዝዀነ ሰብ ምምስራቶም
ወይ ንመተስከሪ ናይ ቀረባ ሰቦም እዩ። ብመነጽሩ እኳ ደኣ፡ ነቶም ማዕረ ኢና? ንመሳርሕትናን ኣዕሩኽትናን እዩ። ብኻልእ መዳይ ከኣ፡ ወሃብቲ
ኣጸቢቖም እዮም ዝሓስቡሉ። ንሳቶም
ዝመደብዎ ገንዘብ፡ ንመዕበዪ ዘኽታማት ዝሓገዝካዮም ክመልሱልካ ዘይከኣሉ ግዳ፡ ብተወፋይነት እንሕግዝ ብዙሓት ሰባት እንተ ሓጊዞምዎም እውን ድቃስ
ኣብ ስርዓተ-መርበቦም ንምቕባል
ዘወፍዩ ሰባት ከም ዘለዉኸ ኣይትፈልጥን ክትረግም ክትብል ኣብ ዘይጭንቀትካ ክንከውን ንኽእል። ኣይወስዶምን እዩ። ምኽንያቱ፡ ናይቲ
ኣብ ቅድሚት እዮም ዝሰርዕዎ።
ዲኺ?” ኢኻ እትሽመም። ንጋሻ ሰብ ዘይንሕግዘሉ ምኽንያት፡ ዝተሓገዝዎ ማልስ ክኸፍሉ ስለ ዝደልዩ፡
ብስትራተጂካዊ መዳይ እውን ይህቡ
“ሓደ ወዲ ኣሞይ ዝብጸሓኒ ኸማን ናይ ተቐበልቲ ሰባት ህይወት ከማን፡ ካልእ መዓልቲ እቲ ጋሻ ክሕግዘና ዘሎ ብሓሳብ ኣብ ዘይተደልየ ጭንቀት እዮም
እዮም። ክህቡ እንከለዉ፡ ብመንጽሩ
ኣሎ።” ፈጺሙ ዘቕስን ኣይኰነን። ሰባት ተኽእሎ ውሑድ ኰይኑ ስለ ዝስመዓና ዝሽመሙ። ስለዚ ልግስን ጠማዕነትን
ማዕሪኡን ልዕሊኡን ከም ዝቕበሉ
“እሞ እንታይ ደኣ ትብሊ ኣለኺ?! ንኽትብለጸሎም ዕድል ስለ ዘይሃቡኻ እዩ። ንኣዕሩኽትናን መሳርሕትናን ናይ ሰባት፡ ዋላ ብዝተፈላለየ መልክዕ
ከረጋግጹ ይደልዩ።
ብዘይምሃብን ምቕባልን …።” እንተ ትቕየመሎም ኣለኻ፡ ኣብ ክንሕግዝ እንከለና ግዳ፡ ብግደኦም ይዅን እምበር፡ ንተዳረግቲ ሰባት ከቶ
ተቐበልትን ተዳረግትን ስርዓተ
ቅድሚ ቴክኖሎጂካዊ ሰውራ መወዳእታ ንስኻ ኢኻ እትብደል። ተመሊሶም ከም ዝሕግዙና ብውሽጥና ኣየደቅሶምን እዩ።
መርበብ ክፈጥሩ እንከለዉ፡ ኣብ ቀረባ
ብቴለፎንን ኢ-መይልን ክንራኸብ ኣቀራርባኻ ካብ ሰብ ናብ ሰብ ዝፈላለ ንተኣማመን ኢና።
መጻኢ መን ክሕግዞም ከም ዝኽእል
ከምኡ’ውን፡ ብማኪናን ነፋሪትን እንተ ዀይኑ፡ ነቲ ተዋስኦ ክትዋጽኦ እዚ ዅሉ ግዜ ሓቂ ዘይክኸውን “ንስራሕካ ህይወት እንተ ሂብካዮ፡
እዮም ኣብ ግምት ዘእትዉ። በዚ
ክንጐዓዝ ዝሕግዘና፡ ደቂ ሰብ ኣብ ክኸብደካ እዩ። ምስ መሳርሕትኻ ከም ዝኽእል፡ ኣብቲ ዓውዲ መጽናዕቲ ስራሕካ ህይወት ይህበካ።” - ማሪያ
መሰረት እንታይ፡ መዓስን ብኸመይን
ውሱን ማሕበረሰብ ተደሪትና ክንነብር ክትህሉ እንከለኻ ዕትብ ክትብል፡ ምስ ዘካየዱ ቀለም ጸገባት የረጋግጹ። ገለ ረንተሪያ
ክሕግዙ ከም ዘለዎም ይሰርዑ።
ኢና እንግደድ ነይርና። እቲ ዝርካቡ ናይ ቀረባ ሓላፊኻ ኣብ ትህልወሉ ናይ ቀረባ ኣዕሩኽትናን መሳርሕትናን “ህይወት ብዓባያ ኵነተ ምሃብን
“ሕኸኸኒ ክሓኽኸካ!” ዝብል
እትረኽቦ ሰብ ከኣ ቅኑዕን ቅሉዕን ‘ሸኸርከር’ ክትብል፡ ኣብ ዘይመዋድቖኻ ከም መወዳድርቶም ስለ ዝቘጽሩና፡ ኣብ ምቕባልን እያ።” - ስተቨን ሬድሄድ
መትከል እዮም ዘዘውትሩ። ‘እንተ
ነይሩ። ኢኻ ኣብ መወዳእታ እትዓልብ። ምሕጋዝና ንጡፋት ዘይክዀኑ ይኽእሉ ይቕጽል
ሓጊዝካኒ ክሕግዘካ እየ።’ ካብ ዝብል
ሓዳስ ኤርትራ መበል 29 ዓመት ቁ.182 1 ሚያዝያ 2020 - ገጽ 6
ኵርናዕ
ተ
ማ
ሃ
ሮ
ኵርናዕ ተ ሱራፌል ተስፋብሩኽ
መሃሮ ዓፍራ ናይ ሳሙና እንታይ’ዩ ዝጠቅም
ብዙሕ ግዜ ምስ ማይ ዝራኸቡ
ነገራት፡ ይንኣስ ይዕበ ዓፍራ ይፈጥሩ
እዮም። ኣብ ዝተዓሸጉ ጋዝ ዝርከቦም
ልስሉስን ኣልኮላዊን መስተ እናክኽፈቱ
ይዓፍሩ እዮም። ብዓቢኡ ዝተፈላለዩ
መጸራረዪ ጥረ ነገራት - ከም ሳሙና፡
ኦሞ፡ ሊሊን ሻምፖን ዝኣመሰሉ -
Common Mistakes
ብዙሕ ዓፍራ ይፈጥሩ። እዚ ዓፍራ
እንግሊዝኛ ከመይ ገይሩ’ዩ ዝፍጠር?
ምስ እንግሊዝኛ ዝተሓሓዙ ትምህርታዊ ትሕዝቲ ኣብ ዓለም ዝተፈላለዪ ዓይነት
THE USE OF A WRONG TENSE ሳሙናን መሰልቱን ኣለው። ንኹሎም
ዘራኽቦም ሓደ ነጥቢ ኣሎ። ኩሎም
1. Using the past tense with a recent action, instead of
ዓፍራ ይፈጥሩ ምዃኖም እዩ። ኩምራ
the present perfect.
ሳሙናዶ ሻምፖ ወይ ኦሞ… ናይ
Don’t say: The clock struck. ዝተጠቕምካ ኣይኰነን፤ ኩሎም ምስ
Say: The clock has struck. ኣየርን ማይን ክሕወሱ እንከለው
If we are speaking of an action just finished, we must ዓፍራ ይፈጥሩ። እዚ ከመይ ኢሉ ከም በቲ ሓደ ወገኖም ከኣ ምስ ኣየርን ምስ ናይ ሳሙና ሜለኵላት ብዙሕ ዓፍራ
use the present perfect instead of the past tense. For ዝኸውን ምፍላጥ፡ ንኣገባብ ኣሰራርሓ ቅብኣት መሳሊ ርስሓትን ክትሓናፈጹ ይፈጠሩ። ነቲ ርስሓት ናብ ብዙሓት
instance, immediately after the clock strikes, we should ሳሙና ብኻልእ መገዲ ዝገልጽ እዩ። ይደልዩ። ሳሙና ናብ ማይ ምስ ፓርቲክላት ብምድቓቕ ብቐሊሉ
not say “The clock stuck,” but “The clock has struck.” ሳምና ከም ዝዓፍር ዝገብሮ “ኣዕፋሪ ኣእተና፡ በቲ ሓደ ወገኑ ምስ ናይ ማይ ተሓጺቦም ከም ዝኸዱ ይገብሩ።
ኣካል” (foaming agents) ዝብሃል ሜለኵላት፡ በቲ ሓደ ከኣ ናብ ኣየር ዓፍራ ክቢኣዊ ቅርጺ ኣሎዎም።
2. Using the simple present instead of the present perfect. ይለግብ። ኣብዚ ኣጋጣሚ ዝተጸምዱ
ቀመም እዩ። እዞም ኣዕፈርቲ ኣካል እቲ ኣብ ሞንጐኦም ዝተሓንቀ ኣየር
Don’t say: I am in this school two years. ዝብሃሉ ቀመማት ከም ኣሞንዩም- ሜለኵላት ናብ ላዕለዋይ ገጽ ናይቲ ኣብ ትሕቲ ጸቕጢ ዝርከብ ኰይኑ፡
Say: I have been in this school two years. ላውሪል-ሳልፌት፡ ሶዲየም- ዶዲካይል- ማይ ክወጽእ ይቃለስ። ኣብዚ ከኣ ከም ባልኛ ከም ዝኸብብ ይገብሮ።
The present perfect (and not the simple present) must ሳልፌትን ሶድየም ላውረት ሳልፌትን ሰለሰተ ቀጸላ ይፍጠር። ናይ ሳሙና ኣብ ኣየር ከም ዘንሳፍፍን ንላዕሊ ከም
be used for an action begun in the past and continuing ዝኣመሰሉ እዮም። እዞም ቀመማት ሜለኵላት ዘሎዎ ቀጸላ፡ ናይ ማይ ዘብልን ዝገብሮ’ውን ንሱ’ዩ። ተዓቢጡ
into the present. “I have been in this school two years” እዚኦም ብዘይካ ምዕፋር፡ ኣብ ላዕለዋይ ቀጸላ፡ ሳልሳይ ቀጸላ ከኣ ካብቲ ቀንዲ ዝጸንሐ ኣየር ክወጽእ ምስ ጀመረ፡
means I am still here. ገጽ ማይ ንዝፍጠር “ተንሽን” ከጕድሉ ኣካሎም ክሃድሙ ዝቃለሱ ናይ ሳሙና ክሳብ ዝትኰሱ ክምጠጡ ይጅምሩ።
ይኽእሉ። ኣብ ቈርበት ንዝርከብ ሜለኵላት ዘቝሙዎ ቀጸላ እዩ። ስሕበት ከኣ ስርሑ ከይተርፍ ነቲ
3. Using the simple present instead of the present perfect ቅብኣት (sebum) ብምስባር ንርስሓት ውጽኢት ናይዚኦም ሰለስተ ቀጸላ፡ ሓደ ጸረርታ ማይ ካብ ላዕሊ ንታሕቲ
in the answer to a “since” clause of the time. ተሓጺቡ ከም ዝኸይድ ይገብሩ። ንጹል ዓፍራ ይፈጥር። እዚ ኣገባብ ከም ዝወርድ ይገብሮ። ብተወሳኺ
Don’t say: Since he came, we are happy. ማይ ዝሓዘ ቢኬሪ ኣሎ ንበል። ኣብቲ ብቕልጡፍ ምስ ዝደጋገም ምልእ ኣብ ነስተብህለሎም ግዜ ሕብሮም
Say: Since he came, we have been happy. ብኬሪ ዝርከቡ ናይ ማይ ሜለኵላት ዝበለ ዓፍራ ክንረክብ ንኽእል። ክለዋወጥ ንርኢ ኢና። ዝበዝሐ ግዜ
The verb in the answer to a “since” clause of time is ንሓድሕዶም ብማዕረ ርሕቀትን ዝተፈላለየ ምዕራፍ ናይ ሳሙና ከኣ ሕብሪታት ቀስተደበና ይረኣዮም።
generally in the present tense. ሓይሊን ዝተተሓሓዙ እዮም። እቶም ሜለኵላት እምበር ኣብ ምጽራይ ዓፍራ ንኽልተ ብርሃን ብሓደ
ኣብ ውሽጢ ዝርከቡ ብኹሉ ወገኖም ርስሓት ብሉጽ ዝገብሩዎ ምኽንያት ክጽምብሮም እንከሎ ዝፍጠር ሕብሪ
***
ምስ ከምኦም ዝኣመሰሉ ሜለኵላት እዮም። ኣቐዲምና ንምትሕሓዝ ናይ እዩ።
Source: COMMON MISTAKES IN ENGLISH ብዙርያኦም ይተታሓሓዙ። ኣብ ማይ ሜለኵላት ርኢና ነይርና። ካብ ሳሙና ዝርከብ ዓፍራ ተወሳኺ
ላዕለዋይ ገጽ ናይቲ ማይ ዝርከቡ ኣብ ላዕለዋይ ገጽ ዝርከቡ ናይ ጥቕሚ’ውን ኣሎዎ። ብዘይካ ርስሓት
ሜለኵላት ግን ብልዕሊኦም ምስኦም ማይ ሜለኵላት ኣብቲ ላዕለዋይ ገጽ ምጽራይ ኣብ ዝተፈላለዩ መዘናግዒን
ግ ንብልሒ ተመሃሮ ዝሕግዝ ኣዘናጋዒ ግድላት ዝተሓሓዝ ሜለኵል የብሎምን። ስለዚ ውጥረት ከም ዝፈጥሩ’ውን ርኢና። ስነ- ፍልጠታዊ መጽናዕቲታትን
ምስቶም ብጐድኑን ትሕቲኡን ዘለው ሳሙና ምስ ማይ ክሕወስ እንከሎ ነዚ ይሕግዝ’ዩ። ኣብ ሳሙና ዘሎዎ
ድ ት ም
ስ ሪ
ውጥረት የጕዱሎ እዩ። ናይ ሳሙና
ኮ
ኣትሪሩ ክተሓሓዝ ክግደድ እንከሎ ማይ፡ ኣየር ብእታው ንዝተፈላለየ
ል ሓደ ውጥረት (ተንሽን) ይፈጥር። ሜለኵላት ብማእከል እዞም ናይ ማይ
ሜለኵላት ጥሒሶም ስለ ዝሓልፉ፡
ጂኦሜትሪኣዊ ዝምድናታት፡
ንዝተፈላለዩ ምስ ኦፕቲካል ለንስን
ኣብ ሳሙና ዝርከቡ ሜለኵላት
እዚ ጸወታ ወይ ግድል “ስትሪምኮ” ይብሃል። ንሰዶኮ ዝመስል ጸወታ ከም ናይ ማይ ሜለኵላት ኣይኰኑን። ክፈላለዩ የገድዱዎም። እዞም ናይ ኤለክትሪካል ሰርኲዪትን ዝተሓሓዝ
እዩ። እዚ ብግራባርቻክ ዝተባህሉ ስድራ ዝተማህዘ ኰይኑ፡ ኣብ ክልሰ-ሓሳባት ክትሓዋወሱ እዮም ዝፈትው። ብሓደ ሳሙና ሜለኵላት በቲ ሓደ ጐድኖም ቍጽሪኣዊ ግዳላትን ንምፍታሕ
ትርብዒት - ናይ ላቲን ፈላጥ ስነ-ቍጽሪ ሊዮናርዶ ኢለር (18 ክፍለ-ዘመን) ወገኖም በቲ ማይ ክስሓሓቡ እንከለው፡ ምስቲ ርስሓት ይተሓሓዙ። ብዝሒ ይሕግዝ’ዩ።
ዝተመርኰሰ እዩ።
ኣገባብ ኣጸዋውታኡ፤ ኣብዛ ትርእዩዋ ሰደቓ፡ 7ተ ብ7ተ ዝተሰርዓ ዓንኬላት
ኣለዋ፡ እዘን ዓንኬላ ቍጽሪታት እየን ዝሕዛ። ካብ 1 ክሳብ 7 ድማ ይምልኣ።
ካብ 1 ክሳብ 7 ዘለዉ ቍጽሪታት ንትኹልን ንጋድምን ልክዕ ከም ሰዱኮ
ክድገሙ የብሎምን። ኣብቶም ብመስመር ተራኺቦም ዘለዉ ዓንኬላት’ውን
ሓዊ ሓዊ ካብ እሳተ-ጎመራ፡ ጩራታት ጸሓይን በርቂን ካብ
ዝተላዕለ ባርዕ ዝተረኽበ ክኸውን ከም ዝኽእል ይግመት።
ነዚ ዝረኸቡ ቀዳሞት ደቂ-ሰብ መግቦም ንምብሳል፡
ክድገም የብሉን። ንምማቝ፡ ጸላእቶም ንምስጓግን ከባቢኦም ንምብራህን
(መልሲ፡ ካብ 1 ክሳብ 7 ዘለው ቍጽሪታት ንትኹል፡ ንጋድምን ብሕንጻጽ ክጥቀሙሉ ክኢሎም። በቲ ዝደልዩዎ ዓቐን ክቈጻጸርዎ
ተታሒዞምን ኣብ ዝርከቡ ዓንኬላት ክድገሙ የብሎምን።) ዝኽእሉ ሓዊ ክፈጥሩን ክጥቀሙን ዝኸኣሉ ሰብ ቅድሚ
790,000 ዓመታት ዝነበሩ ወለዶ ምዃኖም ይግለጽ።
ሓዊ፡ ኦክሲጀን ንኻልኦት ባእታታት ከቃጽሎም እንከሎ
ዝፍጠር ሓደ ውጽኢት ከሚካላዊ ውህደት’ዩ። ነዚ ፍልጠት
ድሒርና ዝተፈጠርና ኣጸቢቕና ንፈልጦ ኢና። እቶም
ቀዳሞት ኣየናይ’ዩ ምስ ኦክሲጀን ተዋሃሂዱ ዝያዳ ቀልጢፉ
ዝቃጸል ብስነ-ፍልጠት ዋላ ደኣ ኣይፍለጡ እምበር ሓዊ ኣብ
ዝደለዩዎ ግዜ ከዕብዩዎን ከንእሱዎን ይኽእሉ ነይሮም።
ሎሚ ዘይበሰለ መግቢ ይትረፍ፡ ዘይወዓየ መግቢ ክንበልዕ
ዘይንኽእል ኴይና ንርከብ። መግብና ንምውዓይን ምብሳልን ሓዊ ኣብ ፈለማ ከም ኵሎም ዓበይቲ ፍልጠታት
ከኣ ሓዊ ኢና እንጥቀም። ሓዊ ኣብ ዝበዝሐ ሕብረተሰብ ስነ-ፍልጠት ዘፍርሕ ክኸውን ንቡር እዩ። እቶም
ዓለም ሓደ ኣገዳሲ ኣምር እዩ። ብዘይ ሓዊ ህይወትና ድሒሮም ዝተፈልጥሩ ዝምእዕበሉ ሰብ 18 ክፍለዘመን
ከመይ ምዀነ ኢልና ክንሓስብ ንኽእል ኢና። ብውሕዱ ንኤለክትሪክሲቲ እፈርሑዎ ምንባሮም ይፍለጥ እዩ። እቶም
መግብና ከንብስል ኣይምኸኣልናን። ኣብ መነባብሮና ሃዲኖም ጥረ ስጋ ዝምገቡ ቀዳሞት ክፈርሑዎ ንቡር እዩ።
እንጥቀመለም ብዙሓት መሳርሒታት ብዘይ ሓገዝ ሓዊ ሰብ ካብ ካልእ እንስሳ ዝፈልዩ ናይ ምሕሳብ ክእለቱ እዩ።
ክስርሑ ኣይክእሉን። ሰብ ሓዊ ምስ ረኸበ ብዝግባእ ነቲ ኣብ ከባቢኡ ዝተፈጥረ ሓዊ ከስተውዕለሉ፡ ከጽንዖን
ክጥቀመሉን ክቈጻጸሮን ምስ ጀመረ ኣብ ህይወቱ ሓደ ክላመዶን ክኢሉ። ኣብ ማዓልታዊ ናብራኡ ከም ዝኣቱ
ዓቢ ዝላ ኣርእዩ እዩ። ብሓዊ ዝጀመረ ከኣ ኣብ ዋዒ ገይሩ። ህይወቱ ድማ ኣዝያ ቀሊላ። ኣብ ገለ ወቕቲታት
ዘሎዎ ርድኢት ከዕቢ ክኢሉ። በዚ ናይ ዋዒ ፍልጠት ከኣ ዝወርዶም ዝነበረ ቀዝሒ ዝፍወሰሉ መገዲ ረኺቡ። ኣብ
ሰሙን
- ጆርጅ ሳንታያና ከኣለ።
ቀዳሞት ደቂ-ሰብ ንሓዊ መዓስን ኣበይን ረኺቦሞን
ንትምህርቲ፡ ምህዞ፡ ርኽበትን ሓፈሻዊ ህይወትን ዝገልጽ ጥቕሲ ጀሚረሞን ብልክዕ ኣይፈለጥን እዩ። እቲ ናይ መጀመርታ (ምንጪ፡ Hebrew University of Jerusalem)
ሓዳስ ኤርትራ መበል 29 ዓመት ቁ.182 1 ሚያዝያ 2020 - ገጽ 7
ማሕበራዊ ዕብየት
ንውሑስ ስራሕን ማሕበራዊ ድሕነትን
ዕዮ ብምትሕብባር ሚኒስትሪ ዕዮን ማሕበራዊ ድሕነትን ዝዳሎ ዓምዲ ማሕበራዊ ድሕነት
ኣብዚ ሕጂ እዋን ዓለምና ሰፊሕ ዝኾነ እዋናዊ መልእኽቲ ንወለድን ኣለይትን ቈልዑ ሽግር ኣለዎም። ብዛዕባ እዚ ጉዳይ ሓበሬታ
ለበዳ ኮሮና ቫይረስ ኣጋጢሙዋ ይርከብ። እትለዋወጠሉ ኣገባብን ቅኑዕ ሓበሬታ
እዚ ሕማም፡ ኣብ ወርሒ ታሕሳስ ኣብ ሃገረ
ቻይና ዝጀመረ ኰይኑ፡ ኣብዚ ሕጂ እዋን ኣብ ግዜ ሕማም ኮሮና ቫይረስ ዝህቡ ሰባትን ክህልዉኻ ጽቡቕ እዩ። ዝያዳ
ራዕድን ጭንቀትን ዝፈጥሩልካ ውልቀ-
ዳርጋ ኣብ ምሉእ ዓለም ተዘርጊሑ ኣሎ። ክንሓቶም ኣለና። ኣካላዊ ርሕቀቶም ትምህርቲ ከምዝተዓጽወ እናፈለጥና፡ ሰባት ይኹኑ፡ ማሕበራዊ መራኸቢታት
እንታይ ከምዘንበቡ ወይ ከምዘጽንዑ
እቲ መልከፍቲ ብቕልጡፍ እናስፋሕፍሐ ብዝሕሉ፣ ክገብርዎ ዝደልዩ፡ ዘዘናግዕም ብፍኑው ደገ ከይዶም ክጻወቱ ሱቕ ኢልና ዘይምጥቃም ካልእ ኣማራጺ’ዩ።
ክንውከሶምን ክንሓቶም ሓላፍነትና’ዩ።
ኣብ ዝኸደሉ ዘሎ ግዜ፡ ብሚኒስትሪ ጥዕና ርእሰ-ምትእምማን ዝፈጥረሎም ዝኾነ ዓይነት ንዕዘብ ኣለና። ንሳቶም ድማ ካብቲ ኣብ መዓልታዊ ኣብ ደቅና ዝምዕብል ዘሎ
ካልእ ክንገብሮ ዘለና፡ ደቅና ብዛዕባ
በብእዋኑ ዝወሃብ ዘሎ ሓበሬታ፡ ንኹላትና ንጥፈት ክትግብርዎ ከነተባብዖም ይግባእ። ግዜ ትምህርቲ ዝእከብዎ ንላዕሊ ኣብ ስምዒት ክነስተብህለሉ ኣለና። መብዛሕትኦም
ውሑስ ምሕላው ርሕቀት ክንምህሮም
ብማዕረ ዝምልከትና ንድሕነትናን ድሕነት ትሕቲ ዓሰርተ ዓመት ዝዕድመኦም ፈቐዶ ጎደናታትን እንዳ ሻሂታትን ብሓባር ቈልዑ ክደኽሙ፡ ክጠምዩ፡ ወይ ክፈርሑ
ኣዝዩ ወሳኒ ነገር እዩ። እዚ ኣካል ናይቲ ናይ
ካልኦት ወገናትን ክንብል ግድን ክንገብሮ እንተዀይኖም፡ መዝሙር ብምዝማር፡ ተኣኪቦም ክዘናግዑ ይውዕሉ ኣለዉ። እዚ ከለዉ ሕማቕ ባህርያት የርእዩ እዮም። እዚ
ምምዕባልን ምንባርን መሰል ቈልዓ እዩ።
ዘለና እዩ። እንተዀነ፡ ብዙሓት ሰባት ነዚ ዛንታ ወይ ጽውጽዋይ ብምንጋር፡ መልእኽቲ ብዛዕባ ቈልዑ ንዛረብ ስለዘለና ብዙሕ ሽግር የብሉን። ካብዚ ወጻኢ ፍሉይ
ብመሰረት ብሞያውያን ጥዕና ዝሕበረና
ዝወሃብ ዘሎ መምርሒታት ሸለል ብምባል፡ መጽሓፍ ብምንባብ፡ ስእሊ ብምስኣል ወዘተ ንወለዲ ተባሂሉ እምበር፡ ብዙሓት ዓበይቲ ስምዒታት ምስ ዘርእዩ ግን ዕቱብ ምክትታል
ዘሎ፡ ምስ ዝኾነ ሰብ ኣብ ንራኸበሉ ልዕሊ
ብዘይ ዝኾነ ስክፍታ ክንቀሳቐሱ ይረኣዩ ከምዝዘናግዑ ንግበር። ብብዙሓት ወለዲ ሰባት’ውን ኣብዞም ኣብ ላዕሊ ዝተጠቕሱ ክንገብረሉ ኣለና። ምኽንያቱ ነዚ ዝምዕብል
ክልተ ሜትሮ ርሕቀትና ሓሊና ክንዛረብ
ኣለዉ። ሸለልትነት ድማ ንዓናን ንህዝብናን ዝርአ ዘሎ ግን 24 ሰዓት ኣብ ገዛ ብዘይ ወሃብቲ ኣገልግሎት ትካላት ተኣኪብና ዘሎ ሕማቕ ባህርያት ከይበኣሰ ከሎ ናብ
ወይ ክንከይድ ኣለና። ካልእ ምስዚ ተኣሳሲሩ
ኣብ ሓደጋ ዘእቱ ተግባር እዩ። ገለ ሰባት ዝኾነ ንጥፈት ከምዝጸንሑ ምግባር’ዩ። ንንቀሳቐስ ኣለና። እዚ ግን ኣብዚ ሰዓት ጽቡቕ ክንመርሖ ስለዘለና’ዩ።
ዝኸይድ ብዛዕባ ምውጋድ ናይ ኢድ
ካልኦት ንዝወስድዎ ስጉምትታት ብፍርሒ እዚ ግን ኣብ ካልእ ጭንቀት ከውድቖም ፍጹም ክንገብሮ ዘይብልና’ዩ። ካልእ ንደቅና ጽን ኢልና ክንሰምዖምን
ሰላምታን ናይ ገጽ ምስዕዓምን እዩ። እዚ
ዝምልከትዎ ኣይተሳእኑን። እዚ ግን ስለዝኽእል፡ ተመራጺ ኣይኮነን። ስለዚ ኣብዚ ሕጂ እዋን ልዕሊ ዝኾነ- ኣብቲ ዝምልከቶም ድማ ከነሳትፎምን ግዜ
ቫይረስ ብቐሊሉ ብኣፍ፡ ኣፍንጫን ዓይኒን
ምልክት ሓልዮት እምበር ፍርሒ ከምዘይኮነ ካብ 10 ክሳብ 15 ዓመት ዝዕድመኦም ይኹን ግዜ ንደቅና ብልዙብን ህዱእን ክንህቦምን ኣለና። ምስ ደቅና ዝህልወና
ስለዝኣቱ ኩሎም ነዚ ቫይረስ ንምእታው
ብምርዳእ፡ ጥንቃቐን ንቕሓትን ናይ ህዝብና ዝበጽሑ ቈልዑ ድማ፡ ምሉእ ኣቓልቦ ኣገባብ ክነረድኦም ኣለና። ኣይትግበር ዘይኮነ ርክብ ግሉጽነት ክህልዎ ኣለዎ። ደቅና
ዕድል ዝፈጥሩ መንገድታት ምዕጻው እቲ
ብሓፈሻ ናይ ወለዲ ድማ ብፍላይ ክብርኽ ብምሃብ፡ ብኽፉት ልቢ ክንቀርቦም ኣለና። እቲ ክገብሮዎ ንደልዮ ክገብሩ ኣቐዲምና እንታይ ከም ዝስምዖም ዘሎ ክነግሩና
እንኮ ኣማራጺ’ዩ። ነዚ ንምግባር እዩ ድማ
ክንሰርሕ ናይ ኩልና ሓላፍነት’ዩ። ዝያድ ክጭነቑ ዝኽእሉ ድማ ኣብዚ ብእወታዊ ቃላት ክንነግሮም ይግባእ። ከለዉ ክንሰምዖም ኣለና። ካባና ሓገዝን
ርሕቀትና ክንሕሉ፡ ናይ ኢድን ገጽን
እዚ ኣብ ላዕሊ ተገሊጹ ዘሎ፡ ከም ዕድመ ዝርከቡ’ዮም። ኣብ ካንሸሎ ናይ ከይተሓለልና ነዚ ሕማም ክንቈጻጸሮ ውሕሰነትን ስለዝደልዩ እዮም ዘካፍሉና።
ሰላምታ ክነወግድ ዝሕበረና ዘሎ።
መእተዊ ወሲድና ኣብዚ ብፍሉይ ክዛረበሉ ገዛ ብሓንሳብ ኣካላዊ ርሕቀት ብምሕላው ንኽእል ኣብ ገዛና ኮፍ ኢልና እምበር ዋላ’ኳ ከምቲ ናይ ወለዲ ኣይኹን፡ ኩሎም
ዝደሊ፡ ብሰንኪ እዚ ለበዳ ኮሮና ቫይረስ ምሕጻብ ኣእዳውን ምሕላው ጽሬትን
ምንቅስቓስ ምግባር። ሙዚቃ ከምዝስምዑ ኣብ ማሕበራዊ ምትኽእኻብ እናተሳተፍና ቈልዑ ብዛዕባ እዚ ኮሮና ቫይረስ (ኮቪድ19)
ንድሕነት ተባሂሉ ትምህርቲ ተቛሪጹሉ ኣብ ቈልዑ ምስራጽ፦
ወይ ምስ ልምድን ባህልን ሕብረተሰብና ከም ዘይኮነ ክንገልጸሎም ኣለና። ካልእ ከም ሓበሬታ ኣለዎም። ዘለዎም ሕቶታት
ኣብ ዘሎ እዋን፡ ወለዲ ንደቆም ክገብርዎ ብቐጻሊ ኣእዳውካ ምሕጻብ ኣሰልቻውን
ዝሳነ ዝጠቕሞም ፊልም ከምዝርእዩ ምግባር ብድሆ ክውሰድ ዝኽእል፡ ኣብ ሃገርና ኩሉ ርእይቶታትን ጽን ኢልና ድሕሪ ምስማዕ፡
ዘለዎም እዩ። ቈልዑ መሰረታዊ መሰላቶም ደስ ዘየብልን ክመስል ይኽእል’ዩ። ስለዚ
ኣገዳሲ እዩ። ልዕሊ ኩሉ ግን ኩሎም ምንቅስቓስ ኣይኮነን ደው ኢሉ ዘሎ። ስለዚ ዕድመኦምን ዘለዎም መረዳእታን ኣብ
ንክኽበር፡ ድሌታቶም ተማሊኡ ብኣካል፡ ቈልዑ ከም ባህሊ መታን ክቕበልዎ ጥበብ
ትምህርቲ ዝጀመሩ ደቅና፡ ትምህርቶም ንሳቶም ኣብ ገዛ ኮፍ ኢሎም ከለዉ፡ ንሕና ግምት ብምእታው፡ ሕማም ኮቪድ19 ዓሌት፡
ማሕበራውን ስነ-ኣእምሮኣውን ተሃኒጾም ክንሕውሰሉ ከድልየና እዩ። ንኣብነት
ከይርስዕዎ በብዓቕምና ናይ ነፍሲ-ወከፍ ንስራሕ ምኻድና ከም ሓለፋ ክወስድዎ ሕብሪ ቆርበት፡ ዕድመ፡ ሃብቲ፡ ቋንቋ፡ ኣህጉር
ንክዓብዩ ወለዲ ልዕሊ ዝኾነ ሓላፍነት ደርፊ ወይ መዝሙር እናዘመሩ ከም
ዓውደ-ትምህርቲ ክፍለ ግዜ (Time table) ይኽእሉ እዮም። ኣብዚ ህድእ ኢልና ከይፈለየ ንኹሉ ግቡእ ምክልኻል ዘይገበረ
ዝስከሙን ልዑል ተራ ዝጻወቱን’ዮም። ዝሕጸቡ ክንገብሮም ንኽእል። ብተወሳኺ
ብምምዳብ ዘድሊ ሓገዝ እናገበርና ኣብ ከነረድኦም ኣለና። ብዙሓት ቈልዑ ብፍላይ ብማዕረ ዘጥቅዕ ቅልጡፍ ተላባዓይ ሕማም
ኩልና ወለዲ ኣብዚ ኣጋጢሙ ዘሎ ሕማም ብተደጋጋሚ ምስ ዝሕጸቡ ገለ መተባብዒ
መጻሕፍቶም ብምምርኳስ ባዕሎም ክመሃሩ ናይ ኣእምሮኣውን ምዕባለኣውን ስንክልና ክነዳልወሎም ኣለና። “ኢድካ ብማይ ምዃኑ፡ መረዳእታ ክንፈጥረሎም እምበር
ኮሮና ቫይረስ ከይተሰናበድና፡ በታ ዘላትና ነተባብዓዮም። ብብዝሒ ተለቪዥንን ረድዮን ዘለዎም ቈልዑን ብዕድመ ንኣሽቱን ኣይፈልጡን እዮም ኢልና ክንሓብኣሎም
ዓቕሚ ዝበለጸ ረብሓ ደቅና ብምቕዳም ኣጠልቂኻ፡ ሳሙና ኣዕፊርካ፡ ብውሕዱ ን20
ከምዝስምዑ ምግባር ተመራጺ ኣይኮነን። ትምህርቲ ከም ዝተዓጽወ ዘይኣመኑ ካልኢታት ጽቡቕ ጌርካ ከተማዝዎ ኣለካ” ወይ ክፈርሑ ኢልና ቅኑዕ ዘይኮነ ሓበሬታ
ድሕነትናን ድሕነት ደቅናን ንምውሓስ ዛጊት ኣብ ሃገርና ኣብ ገዛ ክንጸንሕ ዝተወሃበ ስለዘለዉ፡ ብህድኣት ነረድኣዮም። ክንህቦም የብልናን። ስለ ዘፍራሕናዮም
ዝዓለመ’ዩ። ኢልና ክንምህሮም ይግባእ።
መምርሒ የለን። ይኹን እምበር ጥንቃቐ ዓው ዓው ኢልካ ምዝራብ ንዓናን ኣብዚ ከም ወለዲ ወይ ኣለይቲ ክንፈልጦ ሓጊዝናዮም ማለት ኣይኮነን። ናይ ኩላትና
ሕማም ኮሮና ቪይረስ፡ ኣብ ዓለም እንተዘይጌርና፡ ኩላትና ኣብ ገዛ ክንዕጾ ንደቅናን ኣብ ጸቕጥን ቁጥዐን ዘእቱ ንቕሓት እዩ ንምልባዕ ናይዚ ቫይረስ ክዓግቶ
ሂወት ብዙሓት ሰባት ብፍላይ ድማ ዘለና፡ ነዞም ኣብ ልዕሊ ቈልዑ ክትግብርዎም
ከምንኽእል ምፍላጥ ኣገዳሲ’ዩ። መንግስቲ እዩ። ጽቡቕ ስነ-ምግባር ከርእዩ ከለዉ ንሓስቦም ዘለና ንሕና ኣብነት ናይ ደቅና ዝኽእል።
ወለዲ ብኣሉታ ጸልዩ ኣሎ። ምዕጻው ትምህርቲ ከቋረጽ ክገብር ከሎ፡ ተመሃሮ ከነመስግኖምን ከነመጕሶምን ኣለና። ደቅና እዚ ኣብ ላዕሊ ዘሎ ሓበሬታ ንወለዲ
ኣብያተ ትምህርቲ፡ ምዕጻው ስራሕ፡ ወይ ስለዝኾንና ኣብነት ንምዃን ንሕና ኣቐዲምና
ኣብ ከተማ ዘወር ክብሉ ክውዕሉ ስለዝደለየ ኩሉ ዝበልናዮም ወይ ዝኣዘዝናዮም ትእዛዛት ከነተግብሮም ዘለና ምዃኑ ክንዝንግዕ ዝምልከት ኮይኑ፡ ኩላትና ቈልዑ ድማ
ኣብ ገዛ ኮይንካ ምስራሕ፡ ክሳብ ሰለስተ ከምዘይኮነ ንረዳእ። ዝበዝሕ ግዜኦም ምሳና ክሰምዑና ይኽእሉዶ? ቈልዑ ከይትዛረቡ ተረከብቲ ሃገር ከም ምዃንና መጠን
ሜትሮ ተረሓሒቕካ ምንቅስቓስ፡ ልዕሊ ኣይግባእን። ንሕና ኣብ ማሕበራዊ ርክባትና
ከሕልፍዎ ኣለዎም። ካብ ካልኦት ሃገራት ኢልካዮም ምናልባት ተሌፎን ኣብ ትዛረበሉ ርሕቀትና ብምሕላው፡ ኣእዳውና ብግቡእ ድሕነትናን ድሕነት ወለድናን ንምሕላው
10 ሰባት ዘይምእካብ፡ ወይ ልዕሊ 10 ክንመሃሮ ዘለና ብዙሕ ሓቅታት ከምዘሎ ንኣስታት 15 ደቒቕ ዝኸውን ከይተዛረቡ ነቲ ብወለድናን ኣለይትናን ዝወሃበና
ሰባት ኣብ ዝተኣከቡሉ ኣጋጣሚ ወይ ቦታ እንተ ኣጽሪና፡ ደቅና ካባና ክመሃሩ ይኽእሉ።
ምፍላጥ ከድልየና’ዩ። ዝበዝሕ ግዜኦም ኣብ ክጸንሑ ይኽእሉ እዮም። ንምሉእ መዓልቲ ስለዚ ግበሩ ዘይኮነ ንሕና ብኣካል ከነርእዮም ሓበሬታ ኣብ ግብሪ ከነውዕሎ ይግባእ።
ዘይምርካብ ወዘተ ዝብሉ ሓበሬታታትን ደገ የሕልፍዎ እንተልዮም ኣብ ርእሲ ነዚ ግን ሱቕ ክብሉ ኣይክእሉን እዮም። ደቅና ኣብ ገዛውትና ይኹን ኣብ ካልእ ንገብሮ
ተግባራትን ኣብ ኩሉ ሰብ ጸቕጢ’ኳ ኣለና። ብፍላይ ኣብዛ ናይ ኣእዳው ምሕጻብ
ተላባዒ ሕማም ኮሮና ምቅልዖምን ካልእ ብኣገዳሲ ጉዳይ ክረኽብዎ ዝደልዩ ሰብ ዝኾነ ብደገ ዝመጽአ ኣባል ስድራቤትና ምንቅስቓስ፡ ድሕነትና ብዝሕሉ ኣገባብ
እንተፈጠረ፡ ካብኡ ናብኡ ግን ኣብ ወለዲ ዘይተደለየ ሕማቕ ነገራት - ከም መስተ፡ እንተሃልዩ ብኣካል እንተዀይኑ ኣካላዊ ንፍጽሞ ከምዘለና ምርግጋጽ። ካልእ ድማ
ዝለዓለ ጸቕጢ ፈጢሮም ይርከቡ። እዚ ይኹን ክበጽሕ ዝመጽኣና ዘመድ ጎረቤት፡
ዓመጽን ካልኦት ዘይተደለይቲ ወልፍታት ርሕቀቱ ብምሕላው ነቲ ክረኽብዎ ዝደልዩ ግድን ቅድሚ ዝኾነ ነገር ምትንካፉ ከምዚ ንወለዲ ዝበልናዮ፡ ናይ ግዜ ሰሌዳ
ግን፡ ንኩላትና ንክሕሸና ግድን ክንቅበሎ ዝኣመሰሉ ነገራትን ምዝውታር ክደፋፍኡ ዘለዉ መዘናኦም ወይ መማህርቶም ኢዱ ክሕጸብ ኣለዎ። ኢድካ ተሓጺብካ ብምውጻእ ንኣካላውን ኣእምሮኣውን ህንጸት
ዘለና መምርሒታት ምዃኑ ተገንዚብና፡ ነዚ ይኽእሉ ምዃኖም ምግንዛብ ከድልየና’ዩ። ብዝጥዕም ኣገባብ ከምዝረኽብዎ ክንገብር ሒዝካዮም ዝመጻኣካ ንብረት ከም ሞባይል፡ ዝሕግዙ ንጥፈታት ከተካይዱ ንላቦ።
ኣጋጢሙ ዘሎ ስግኣትን ዝፈጠሮ ጸቕጢን ስለዚ ደቅና ዝበዝሐ ግዜኦም ናይ ግዜ ሰሌዳ ንኽእል ኢና። እዚ ግን ብናትና ምክትታልን መፍትሕ ናይ መኪና፡ ገዛ፡ ወይ ካልኦት ኣብ መደምደምታ፡ ድሕነትናን ድሕነት
ንምክልኻል ነተግብሮ። ግብራውነቶምን ብምውጻእ ናይ ነብሶም ምህናጽ መደባት ተዓዛብነትን ክኸውን ኣለዎ። ነገራት ብቐጥታ ንቘልዑ ትህብ እንተሊኻ ደቅናን ካብዚ ዓለማዊ ስግኣት ብምዃን
ተፈጻምነቶምን ድማ ሓላፍነት ነፍሲ-ወከፍ እናሰርዑ፡ ኣብ ገዛ ከምዘሕልፍዎ ክንገብር ዝተወደብካ ምዃን፦ ምሕጻብካ ትርጉም የብሉን። ስለዚ እዞም ሂወት ኣሽሓት ሰባት ቀዚፉ ዘሎ ሕማም
ዜጋ ምዃኑ ነገንዝብ። ከም ወለዲ ዕዙዝ ተራ ክንጻወት እዋኑ ኮረና ቫይረስ ኩሉ ዑደት ናይ ስራሕና፡ ኮሮና ቫይረስ ዘመሓላልፉ ንብረት ልክዕ ኮሮና ቫይረስ ንምክልኻል እዞም ዝስዕቡ
ሓደ ኣብ ሓደ ግዜ፦ ዝጠልቦ መልእኽቲ’ዩ። ቤት-ትምህርትና፡ ከም ንሓድግ ጌሩና ኣሎ። መምርሒታት ሚኒስትሪ ጥዕና ብግቡእ
ከም ኢድና ብግቡእ ክጸርዩ ኣለዎም።
ኣተሓሳስባና ብእወታ ብምቕናይ፡ ነገራት ብእወታ ምዕቃብ፦ እዚ ድማ ንዓና ከም ወለዲ፡ ጥራይ ዘይኮነ ንከተል።
ቤት ትምህርቲ ብምዕጻዉ ደቅና ኣብ ገዛ ዕጉስ ኰይንካ ጸቕጢ ምቁጽጻር፦
ደቅና ክሳብ ርእስና ዘሕምመና እናረበሹና፡ ወላ ንደቅና ክቕበልዎ ቀሊል ኣይኮነን። ሓደ፡ ምውጋድ ናይ ኢድ ሰላምታ፣
ምውዓሎም ብእወታ ንረዳኣዮ፣ ምስ ደቅና እዚ ዘለናዮ ጸቕጢ ዝበዝሖ እዋን’ዩ።
ብእወታዊ ዓይኒ ክንጥምቶ የብልናን - እሞ ስለዚ ካልእ ሜላ ናይ መዓልታዊ ምንቅስቓስ ክልተ፡ ምውጋድ ናይ ገጽ ምስዕዓም፣
ዘለና ዝምድና ብምሕያል ከኣ፡ ዝያዳ ከም ወለዲ ብዛዕባ ነብስኹም ጥንቁቓት
ከኣ ምስ ዘሎ ጸቕጢ ናይዚ ሕማም። ሓደ ወይ ምንባር ምፍጣር ኣገዳሲ እዩ። ሰለስተ፡ ምውጋድ ዝተፈላለየ ማሕበራዊ
ፍቕርን ሓልዮትን ከምዝረኽቡ ክንገብር ኰይንኩም ደቅኹም ሓግዙ። ኣብ መንጎ
ሓደ ግዜ፡ “ፈጺምኩም ከምዚ ኣይትግበሩ” ስለዚ ዝተወደበ ውጥን ናይ መዓልታዊ ምትእኽኻብ፣ ኣርባዕተ፡ ክትህንጥስ
ንኽእል ኢና። ደቅና ፍቕርን ውሕሰነትን ፍርሕን ብልሕን ዘሎ ፍልልይ ክንፈልጦ
ዝብል ደረቕ ትእዛዝ ክንህብ ንግደድ ምንቅስቓስ ንናይ ምዝንጋዕን ዕረፍትን ግዜ እንከለኻ መንዲል ወይ ልስሉስ ወረቐት
ከምዝስምዖም ምግባር ናትና ሓላፍነት’ዩ። ኣለና። ኣቐዲምካ ጥንቃቐ ምግባር
ኢና። ንሳቶም’ውን ዝለመድዎ ምቁር ናይ ኣብ ግምት ዘእተወ ምህላዉ ካብ ጸቕጢ ምጥቃም፣ ሓሙሽተ፡ ኣእዳውካ ቅድምን
ብተወሳኺ፡ ምስ ነፍሲ-ወከፍ ውላድና ብልሒ’ምበር ፍርሒ ኣይኮነን። ፍርሒ
ትምህርትን ምዝንጋዕን ግዜ ስኢኖም ኣብ ከድሕነና ይኽእል’ዩ። ንኣብነት እቲ ሰሙን ድሕርን መግቢ ምብላዕካ፡ ዓይኒ ምድሪ
ነሕልፎ ሰዓታት ክንምድብ ኣለና። ግን ዝኾነ ስጉምቲ ከይወሰድካ ሱቕ
ጸቕጢ ከምዘለዉ ክንርደኣሎም ይግባእ። ምሉእ ኣብ ቤት-ትምህርቲ ዘለዎም ክፍለ- ምጥቃምና፡ ኣብ ገዛ ኣቲኻ ቅድሚ ምስ
ብመንጽር ዘለናን ክህልወና ዝኽእልን ግዜ ኢልካ ምጭባጥ እዩ። ስለዚ ጭንቀት
ኣቐዲምና እቲ ክገብርዎ ንደልዮም ነገራት ግዜ ኣብ ገዛ ከምዝጥቀሙሉ ክንገብር ኣዝዩ ኣባላት ስድራቤትካ ምርኻብካ ዝኾነ ሰብ
ምርኩስ ብምግባር፡ ንሓደ ቈልዓ ብውሑዱ ንምክልኻል ክንፈርሕ ዘይኮነ ክንጥንቀቕ
ወይ መምርሒታት ብእወታዊ መንገዲ ሓጋዚ’ዩ። ንዕዮ ገዛን ዕዮ ክፍሊን ዝምልከት ምትንካፍናን ብግቡእ ምሕጻብ።
ዕስራ ደቒቕ ዝኸውን ግዜ ክንምድበሉ ኣለና። እዚ ሕማም ብወልቀ-ሰብ ይኹን
ምስ እወታዊ ቃላትን ሞጎስን ንሓብሮም ድማ እቶም ዓቕሚ ዘለና ወለዲ ወይ ድሕነት ልዕሊ ኩሉ!
ይግባእ። እዚ፡ ኣብቲ ዘለና ግዜ ዝምርኮስ’ዩ። ብደረጃ ሕብረተ-ሰብ ንበይንና ዘጋጠመ
- ክርዱኡና’ዮም። ገለ ወለዲ፡ ስለምንታይ ዓበይቲ ኣሕዋቶም ከነዳልወሎም ኣለና።
ሽግር ኣይኮነን - ዓለማዊ ስግኣት እዩ። ክብረኣብ ተኸስተ
ንደቅና እንታይ ክገብሩ ከምዝደልዩ ካብ ትምህርቲ ከምዝበኾሩ ወይ ንምንታይ እዚ ክንገብር እንተዘይክኢልና መዓልታዊ ጨ/ድሕነት ቈልዑን ስድራቤትን
ሚልዮናት ሰባት ከምዚ ናትና ተመሳሳሊ
ሓዳስ ኤርትራ መበል 29 ዓመት ቁ.182 1 ሚያዝያ 2020 - ገጽ 9
ብስም ገነት ቀለታ ኣስመሮም ዝተመዝገበ ብቁ.ፍ.ዋኒን ASL00028217 ዝኾነ ኣብ 1. The Ministry of Marine Resources has received financing from the
ዞባ ማእከል ን/ዞባ ኣባሻውል ጎደና 407 ቁ.ገዛ 59 ዝርከብ ናይ ዱኳን ትካለይ ንወ/ሮ IFAD toward the cost of the Fisheries Resources Management Programme
ሊያ ኣብርሃ ኣሚነ ኣድራሻ ዞባ ማእከል ን/ዞባ ሰምበል ጎደና ሞልቂ ቁ.ገዛ 20 (FReMP), and intends to apply part of the proceeds toward payments under
the contract for Procurement of Fishing gears (Lot 1), Aquaculture equipment
ካብ ዕለት 1/01/2020 ክሳብ ዕለት 31/12/2022 ኣካሪየዮ ስለዘሎኹ ዝቓወም ምስ (Lot 2), Laboratory equipment (Lot 3) and Hatchery equipment (Lot 4).
ዝህሉ እዚ ምልክታ እዚ ካብ ዝወጸሉ ዕለት ኣብ ወሽጢ30 መዓልቲ ስልጣን ንዘሎዎ For this contract, the Borrower shall process the payments using the Direct
ቤ/ፍ ተቓውሞኡ የቕርብ።እንተዘይ ኮይኑ ዝቃወም ኣካል ከምዘየለ ተቖጺሩ እቲ ናይ Payment disbursement method, as defined in the IFAD’s Disbursement
Guidelines for Investment Project Financing, except for those payments, which
ክራይ ውዕል ሕጋዊ ምዝገባ ከምዝፍጸመሉ ኣፍልጥ።
the contract provides to be made through letter of credit.
ገነት ቀለታ ኣስመሮም 2. The Fisheries Resources Management Programme (FReMP) now
ሕጋዊ ወኪል ከበደሽ ሃይለ ከሰተ invites sealed Bids from eligible Bidders for the supply of Fishing gears (Lot
1), Aquaculture equipment (Lot 2), Laboratory equipment (Lot 3) and Hatchery
equipment (Lot 4) at Massawa Port of Eritrea, within a delivery period of
three (3) to six (6) months, and there is a margin of preference for domestic
ምልክታ suppliers.
3. Bidding will be conducted through international competitive
ኣነ ግርማይ ገብረመስቀል ንጉሰ ዝትባሃልኩ ኣብ ምምሕዳር ጉዛ ባንዳ ማይጭሆት procurement using a Bidding document as specified in the IFAD’s
ሎታ 120 ፓርችላ (B) ዚፕ ኮድ 1A193/B ቑ..ገዛ 52 ካዳስተር ቑጽሪ 1፡007930 Procurement Handbook and Project Procurement Guidelines of 2010, and is
ብስም ግርማይ ገብረመስቀል + 1ዝነበረ ናብ ግርማይ ገብረመስቀል ንጉሰ ብመሸጣ open to all eligible Bidders as defined in the Procurement Regulations.
4. Interested eligible Bidders may obtain further information from
ከመሓላልፍ ስለዝደለኹ፡ ዝቃወም እንተሎ እዚ ምልክታ ኣብ ጋዜጣ ካብ ዝወጸሉ ዕለት Fisheries Resources Management Programme (FReMP), Sammy Mahmud,
ኣብ ውሽጢ 30 መዓልታት ካብ ዝምልከቶ ቤት ፍርዲ መኣገዲ ሒዙ ናብ ቤት ጽሕፈት ecmibsammy@gmail.com and inspect the bidding document during office
ፓብሊክ ኖታሪ ዞባ ማእከል ሒዚ ይቕረብ። hours i.e. 0700 to 1430 hours at the address given below.
5. The bidding document in English and in soft copy may be obtained
freely by interested Bidders upon the submission of a written application to
ግርማይ ገብረመስቀል ንጉሰ the address below. The Soft copy will be sent as an e-mail attachment or in a
flash disk form directly from our office.
6. Bids must be delivered to the address below on or before 10 April
2020 at 10 AM. Electronic Bidding will not be permitted. Late Bids will
ምልክታ be rejected. Bids will be publicly opened in the presence of the Bidders’
ወ/ሮ ሃናእ ብርሃን ሓሰን ዝተፈቅደለን ናይ ስራሕ ወርቅን ቡሩርን ንግዳዊ ትካለን designated representatives and anyone who chooses to attend at the address
below on 13 April 2020 at 10 AM.
“ቦናንዛ መስርሕ ወርቅን ቡሩሩን”(BONANZA JEWELLERY) ተባሂሉ ክስየመለን 7. All Bids must be accompanied by a Bid Security of Five thousand (5,
ስለ ዝሓተታ ፡ እዚ ናይ ንግዲ ስም ቅድሚ ምምዝጋብና ዝቃወም ኣካል እንተሎ ኣብ 000) United States Dollars (USD).
ውሽጢ ሓደ ወርሒ ካብ ሕጋዊ ቤት ፍርዲ መኣገዲ የቕርብ። እንተዘይ ኮይኑ ዝቃወም 8. The address referred to above is:
ከምዘየለ ተቖጺሩ እዚ ናይ ንግዲ ስም ከም ንምዝግቦ ነፍልጥ።
Sammy Mahmud, Ass. Programme Coordinator and Procurement Controller
Ministry of Marine Resources, Fisheries Resources Management Programme
ክፍሊ ውሽጣዊ ንግዲ (FReMP)
Hiday Street 748-1, Dembe Sembel, Block “A”, 4th Floor, RH, P.O. Box
923
Asmara, Eritrea, Tel - 291 1 15 39 58, Fax - 291 1 15 39 61
ምልክታ Mobile - 291-7-117249
ምልክታ
ምልክታ ኣነ ወ/ሮ ዑቕባ እስቲፋኖስ በራኪ ዝተባሃልኩ ኣብ ከተማ ኣስመራ ን/ዞባ ሰ/ምዕራብ
ኣብ ዞባ ማእከል ንኡስ ዞባ ጋላነፍሒ ጸሎት ቁስሪ ገዛ -ብቁ/ፍቃድ ዋኒን ከባቢ ምም/ዕዳጋ ሓሙስ ጎደና 118-1 ቁጽሪ ገዛ 56 ስፍሓት መሬት 445.56
ASL00137440፡ ናይ ድኳን ትካለይ ናይ ንኣቶ ሰናይ መልኣከ ሃይለ ብውህብቶ ት/ሜ ዝተደኮነ፡ ኣብ ሚኒስትሪ መሬትን ማይን ኣከባብን ቤት ጽሕፈት ካዳስተር
ስለዝሃብክውዎ፡ ብስም ወሃቢ ዝከፍሎ ዕዳ ኣለኒ ወይ ይግባኣኒ ዝብል እዩ ዝብል ብዕለት 10/07/2017 ብመለለይ ቁ/ንብረት 1፡011648 ብስም ወላዲተይ ወ/ሮ ንግስቲ
እንተሃሉ እዚ ምልክታ ካብ ዝወጻሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ 30 መዓልቲ ስልጣን ተስፋስላሴ ገብረ ዝተመዝገበ ብውህብቶ ስለዝተዋሃብኰዎ ናብ ስመይ ክመሓላለፍ
ንዘለዎ ቤት ፍርዲ የቅርብ። እንተዘይኮይኑ ዝቃወም ኣካል ከምዘየለ ተቆጺሩ ናብ ስለዝደልኹ፡ ዝቃወም እንተሎ፡ ኣብ ውሽጢ ሓደ ወርሒ ናብ ቤት /ጽ ፓብሊክ ኖታሪ
ስም ተቀባሊ ውህብቶ ከምዘመሓላልፍ። ዞባ ማእከል ይቕረብ።
ኣመልካቲ ጸሃይነሽ ብርሃነ ወልደኣብዝጊ
ወ/ሮ ዑቕባይ እስቲፋኖስ በራኪ
ሓዳስ ኤርትራ መበል 29 ዓመት ቁ.182 1 ሚያዝያ 2020 - ገጽ 12