You are on page 1of 8

መበል 28 ዓመት ቁ.

116 ሰንበት 13 ጥሪ 2019 ገጻት 8 ዋጋ 2.00 ናቕፋ

ገጽ 2 ገጽ 3 ገጽ 4 ገጽ 7
ውሽጠይ ቆፎኺ’ዩ ብድቁሶም ኣብ ገዛ ሕማም ኣምልኾ ፋብሪጋስ ናብ ሞናኮ
ገጽ 6
ዝዛወሩ . . . ንሰብ-ዝና. . . ተጸንቢሩ
ዕዳዶ ይውረስ እዩ፧

ቤት-ትምህርቲ ሓፈሻዊ ሕክምናን ሕክምና ስኒን ኦሮታ 56


ተመሃሮ ብማዕርግ ዶክተረይት ኣመሪቓ

ስ/







ቤት-ትምህርቲ ሓፈሻዊ ሕክምናን ስኒ’ዮም ተመሪቖም። “ብሉጻት ሞያውያን ጥዕና ምፍራይ፡ ወሪዱ ከምዘሎ ኣነጺሩ። ይነጥፉ ከምዘለዉ ብምብራህ፡ እዚ
ሕክምና ስኒን ኦሮታ፡ ትማሊ 12 ጥሪ ሚኒስተር ጥዕና ኣሚና ኑርሕሴን ኣብ ካብ ቀንዲ ዕማማት መደባት ዳግመ- ተሓጋጋዚ ፕሮፌሰር የማነ ስዩም ምጥርናፍ’ዚ፡ ዓቕምታቶም ኣወሃሂዶም
ን8ይ ግዜኣ ኣብ ዘካየደቶ ስነ-ስርዓት፡ ዘስመዓቶ መደረ፡ ኣብ ምምዕባል ዓቕሚ- ህንጻ’ዩ” ዝበለ ዲን ቤት-ትምህርቲ ሓፈሻዊ ኣስዒቡ፡ ብመሰረት መምርሒ ሃገራዊ ክሰርሑ ኣኽኢልዎም ከምዘሎ ገሊጹ።
56 ተመሃሮ ብማዕርግ ዶክተረይት ሰብ ዝተገብረ ወፍሪ፡ ሃገርና ኣብ ጽላት ሕክምናን ሕክምና ስኒን ኦሮታ - ተሓጋጋዚ ኮሚሽን ላዕለዋይ ትካላት ትምህርትን ወኪል ተመረቕቲ፡ በጺሖሞ ዘለው
ኣመሪቓ። ጥዕና ኣመዝጊባቶ ኣብ ዘላ ዓወታት ልዑል ፕሮፌሰር የማነ ስዩም፡ እታ ቤት-ትምህርቲ ምርምርን፡ ካብ ኣካዳሚያዊ ዓመተ- ደረጃ፡ ድምር ውጽኢት ናይ’ቲ
ኣብ’ቲ ኣጋጣሚ፡ ቀሲሞሞ ብዘለዉ ኣበርክቶ ከምዝነበሮ ጠቒሳ፡ ተመረቕቲ ካብ እትምስረት፡ 285 ብሓፈሻዊ ሕክምና፡ ትምህርቲ 2018/2019፡ ቤት-ትምህርቲ መንግስቲ ዝገበሮ ወፍሪ፡ ናይ ወለዲ ጻዕሪ፡
ፍልጠትን ደሊቦሞ ብዘለዉ ዓቕምን - ኣሰር’ቶም ኣቐዲሞም ዝተመረቑ 35 ድማ ብሕክምና ስኒ ከምዘመረቐት፡ ሓፈሻዊ ሕክምናን ሕክምና ስኒን ኦሮታን ከምኡ’ውን ናይ መምህራን ተገዳስነትን
ብቕንዕናን ተወፋይነትን ከገልግሉ ኣሕዋቶምን ኣሓቶምን ብምስዓብ፡ በዚ ድማ፡ እቲ ኣብ ፈለማ ናይ ናጽነት ኮለጅ ስነ-ፍልጠት ጥዕና ኣስመራን፡ ኣብ ከምዝኾነ ብምጥቃስ፡ ዝጽበዮም ዕማም
ቃለ-ማሕላ ዝፈጸሙ ተመረቕቲ፡ 43 ዝጽበዮም ዕማም ብተወፋይነት ከተግብሩ ዓመታት 1 ዶክተር ን37 ሽሕ ሕሙማት ትሕቲ ሓደ ኮለጅ ማለት “ኮለጅ ሕክምናን ብተወፋይነት ንኸተግብሩ ድርኺት
ብሓፈሻዊ ሕክምና፡ 13 ድማ ብሕክምና ትጽቢት ከምዝግበረሎም ኣዘኻኺራ። ዝነበረ መጠን፡ ናብ 1 ዶክተር ን16 ሽሕ ስነ-ፍልጠት ጥዕናን ኦሮታ” ተጠርኒፎም ዝፈጥር ምዃኑ ኣብሪሁ።

ፈስቲቫል ኤርትራውያን ነበርቲ ኣውስትራልያ ተኸፊቱ


ፈስቲቫል ኤርትራውያን ነበርቲ ኣዘኻኺሩ።
ኣውስትራልያ፡ ካብ ዝተፈላለያ ከተማታት ኣቦ-መንበር ኣወሃሃዲ ሽማግለ በዓላት
ዝተኣኻኸቡ ዜጋታትን ዕዱማት ኣጋይሽን ኣቶ ሳምሶም ኣማኑኤል ብወገኑ፡ ንተራን
ኣብ ዝተረኽቡሉ፡ ብ11 ጥሪ ብውዕውዕ ኣበርክቶን ሃገራውያን ውዳበታት ኣብ
ሃገራዊ መንፈስ ተኸፊቱ። ዝሓለፈ መድረኻት ብምጥቃስ፡ ውጥን
ጠቕላሊ ቈንስል ኤርትራ ኣብ መደባት መኸተ ልምዓት ንምዕዋት፡
ኣውስትራልያን ኒውዚላንድን ኣቶ መሓሪ ካብኣቶም ዝሕተት ከማልኡ ዘለዎም
ተኸስተ፡ ነቲ ፈስቲቫል ብወግዒ ድሕሪ ድሉውነት ኣረጋጊጹ።
ምኽፋት ኣብ ዘስመዖ ቃል፡ ናይ 2019 ብዘይካ’ዚ፡ ወከልቲ ምምሕዳራት
ፈስቲቫል፡ ኲነተ-ኲናት ብሃዋህው ሰላምን መንግስቲ ቪክቶርያ፡ መሓዙት ኤርትራን
ምትሕብባርን ኣብ ዝተተከኣሉ እዋን ይካየድ ኤርትራውያንን፡ ከምኡ’ውን ወከልቲ
ምህላዉን ፍሉይ መቐረትን ድምቀትን ማሕበረ-ኮማት ኢትዮጵያ ናይ ደገፍ
ከምዘለዎን ጠቒሱ፡ ዮሃናኡ ገሊጹ። መልእኽትታት ኣስሚዖም።
ኣብ’ቲ ጽንኩር እዋን ዓበይቲ መደባት ኣብ’ቲ ፈስቲቫል፡ ንጸጋታትን ባህልን
ልምዓት ዘሰላሰሉ ህዝብን መንግስትን ኤርትራ ዘንጸባርቕ ስእላዊ ምርኢት፡ ኣብ
ኤርትራ፡ ኣብ እዋን ራህዋን ሰላምን ልዕሊ ኤርትራ ዝተስገደደ እገዳ ንምፍሻል
ሃገር፡ ንምብልጻግን ንምምዕባልን ዝእግሞ ንዝተኻየደ ቃልስን ጽንዓትን፡ ከምኡ’ውን
ከምዘየለ ዘገንዘበ ኣቶ መሓሪ፡ ፈስቲቫል፡ ንታሪኽ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራን
ሃገራዊ መንነት ብምዂስኳስን ክብርታት ብድሆታትን፡ ቃልሲ ምምጻእ ናጽነትን
ሕብረተ-ሰብና ብምዕቃብን ናብ ወለዶታት ድሕሪ ናጽነት ዘጋጠመ ቅሉዕ ወራራትን
ንምስግጋር ሓላፍነት ዘሰክም መድረኽ ሓያል መኸተ ህዝቢ ኤርትራን ዝገልጽ
ምዃኑን፡ ማሕበረኮማት ብዕቱብ ክሰርሓሉን መግለጺታት ቀሪቡ።
ሓዳስ ኤርትራ መበል 28 ዓመት ቁ.116 13 ጥሪ 2019 - ገጽ 2

ዳየሪ
ግዜ ሌባ
የሪ 13

ዳ ዳየሪ ጥሪ
ሰንበት 18 ለካቲት 2018 //ደቀምሓረ

ሱራፌል ተስፋብሩኽ

ጆርናል ውሽጠይ ቆፎኺ’ዩ


4 ሕዳር 2018 //******//

ስለምንታይ ከምቲ ብናጽነት ዘዕልላ


ዘይተዕልለኒ ሓሲበሉ ኣይፍለጥን።
ብሕቶታት ምሒር ከዋጥራ ባህገይ
ኣይኰነን። ከም ድላያ’የ ዝኸዳ። ኣመና
ክትፍቶ እተዓደለት ርህርህቲ ፍጥረት’ያ።
ተውሳኺታ፡ ጉዳይ ዓለም ኣበይ ኢላቶ።
እንትርፎ ኣብ ህይወታ ንዘጋጥም ኵነት
ብተገዳስነት ምጥማት፡ ልባ ክዓርፈላ ክሳብ 12፡43 ቅ.ቐ.
ኸኣ እታ ናይ መወዳእታ ሒግግ ምባል ድምጺ ሰብ ዘይትሰምዓሉ ግን ከኣ ረበሻ ዝበዝሖ ህሞት ብምንባሩ ኣእምሮይ
ካልእ ዝዓጅባ የለን። እንተ ኣብ ፍቕራዊ ምቕናይ ኣበየኒ። ድምጺ ውሽጠይ ብዝፈጠሮ ዘይንጹር መቓልሕ ውሽጠይ ክናወጽ
ዓለምና’ሞ ግዲ ኣጸቢቐ ብዓቕመይ ይፍለጠኒ። ከምዚ ዓይነት ንመንፈሰይ ዝፈታትን ነቲ ስሙር ትልሚታት ውሽጠይ
ፈሊጠያስ ክምስክረላ እንከለኹ ዝዓስለኒ ህድኣት ሰላሙ ዘሪጉ ናብ መዓሙቝ ሓሳብ ዝሸምም ክስተት ኣጋጢሙኒ ዘይፈልጥ
ፍሉይ ዕግበት ከምቲ ሓይሉ ክገልጸልኪ ግዲ ኰይኑስ ውኖይ ብምንታይ ከረጋግኦ ኣይፈለጥኩን። ደሓን ይእቶ ሄጓ ዓርከይ
ኣይክእልን። ክልተና ክንናዘዝ ንጅምር። ስምዒታትና ኣቢኺዮም። እንታይ’ድየ ዝብለኪ ኵሉ ካብ ዝነበርኩዎ ወጥሪ ከገላግለኒ ከኣለ።
ብኸውሊ ሞባይላትና ከኣ ንገልጾ። ግዜ?” ክፎዅሰላ እናተመነኹ።
ኣብቲ ክንዲ ዓለማ እትርእዮ ሕቝፈይ “ንፈለማ ግዜ ንፍቕሪ ምሳኺ’የ ዝፈልጦ። ንፈለም ግዜ ኸኣ ልቢ ጓል ከም
ሽጉጥ ኢላ ኣንቋዕሪራ ክጥምተኒ እንከላ፡ “ይቕሬታ ክሓተኪ ኣይምነበረንን፡” “ጐራሕ እንዲኻ! ኣነ ከምኡታት ዘይርከብ ዘፍለጥክኒ ንስኺ ኢኺ። ኣቲ ጓል ልበይ ንዓኺ ንጹህ ስፍራ ስምዒታት
ብዓይነይ ክዕጅባ እንከለኹ መሊሳ ሓጺር ሓጺር ቃላት እሰደላ። ዘይክእሎ። እንታይ’ሞ ዘይትብለኒ? ምንባሩን ምልኣት ልበይ ጓሕጕሐ ከም ዘረከብኩኺ’ውን ኣጸቢቕኪ ትፈልቲ ኢኺ።
ትሽጐጥ። እዚ ልሙድ ትዕዝብተይ እተን እትብለኒ ኣብ ነብሲወከፍ ምሸት በየን ደኣ መጽአ ከምዚ ዓይነት ኣዕናዊ ሓሳባት? ዝነበረና ፍቕሪ መደምደምታኡ
“ኖ ኣነ’የ ይቕሬታ ክሓትት ዝግበኣኒ።
ክሰብሮ እደሊ፣ ግን ከይትዅሪ ኸኣ ከይርሰዐን ኣብ ዳየረይ’የ ዘስፍረን።” ቃል ኪዳን ክኸውን፡ ኣነ እቲ ዝበለጸ ኣዳም ክዀነልኪ ሃረርታ ልቢኺ ከም ዝነበረ
ከምቲ ትደልዮ ክኸውን ዘይምኽኣለይ፡”
እፈርሕ። ከምቲ ድላየይ ናይ ውሽጣ ኣይድንጕይን’ዩ መልሲ። “እተን ናይ ሓጐስ ናይ ሰሓቕ ካብ ኣፍኪ ዝወጽአ ትርስዒ ኣይብልን። ከይረኣየትኒ ተውዒላ ሸቐልቀላ ክትቈጻጸር
ጓሕጕሓ ናባይ ከተብሎ፡ ዝስመዓ ዘበለ ማናቲለ ክመጽኣኺ ከለዋ እናተዋራዘኺ ዘይትኽእል ኣዒንታ ጀለምታ ንብዓት እናኣውሓዘት ገጸይ እትናፍቕ፡ ቃላተይ
ብኣይ ከተስተማቕሮ፡ ዝሓለመቶ ትያትር “ንሓቀኛ ስምዒታትኪ ከዊልኪ
ትደግምያኸ?” ዝስንቃ ዝነበረት ወይዘሪት ከመይ ኢለ ሎሚ ‘ጠላም’ ዝብል ስያመ ክወሃባ ተፍቅድ
ፍቕሪ ብኣይ ኣብ ጋህዲ ክትርእዮ ንነብስኺ ኣይትመስልን ኢኺ።
ዘላ ነብስኺ ትሕስውያ ከም ዘለኺ፡ ብእኡ ኣማሲኡ ስቓይ ጣዕሳ ከም ተቕምስያ
እደሊ። ንድላየይ ክትመስሊ’ውን ኣይትኽእልን “ህ..ህ ‘ውሽጠይ ቆፎኺ’ዩ፡’ ድያ?” ገና
ዝዘንጋዕኪ ትመስሊ። ፍቕሪ ምምልላእ ምዃኑ ብምእማን፡ ኣብ መንጎና ዕቃበታት
ኢኺ። ሕማቕ ሓሳባት ዘመንጭውለይ ኣይተመለሰትን ዘላ።
“ትፈልጢዶ?” ካብቲ ኣዒንታ ከዊላትሉ ዘይነፍቅድ ፍቑራት እሞ ኸኣ ክሳብ ስድራቤት ዝበጽሐ ዝምድናና ሃንደበት ክቋረጽ
ስምዒታት ኣባኺ ክርእይ ኣይደልን’የ።”
ዝነበረት ናባይ መሊሳ ተዓዘበትኒ። “ሓደ ሓረስታይ ካብቲ ኣብ ሓደ ድፍረትኪ ድዩ ንጽህናኺ ምርዳእ ኣብዩኒ። ብንጽህና ብዘይ ፍቕሪ ዝሰራሕኪዮ
ንኽቕጽለላ ኣፍኲሳ ጠመተትኒ። “ዝገርመኒ! ናባኻ ክመጽእ ከለኹ ክራማት ዘእተዎ ምህርቲ ናብራኡ ዛንታ እንተ ዀይኑ ተዋሳኣይ ኣየላለኽን። ኣብ ኵራ እንዲና መሊስና እንነፋፈቕ
ኵሉ ጋዕገልጠመይ ወጊነዮም’የ ይኸትት። ንዝመጽእ ዓመት ዝኸውን ዝነበረና። ዝዀንኪዮ ክተካፍልኒ እንተ ትኽእሊ ኔርኪ ክንደይ ጽቡቕ ምዀነ።
“ኣብ ውሽጢኺ ትድጕልዮ ሓሳባት፡ ዝመጸካ። ምስ ተራኸብና ኸኣ ከም ዘርኢ ከየትረፈ እንተ ነጊፉወን ግን ኣብ ደረተይ ተተርኢስኪ ሃፈጽታ ሰብነተይ ምጽጋብ ክሳብ እትስእንዮ ዝሳሕንክሉ
ስምዒታት ቍሩብ ንፋስ ክረኽቡ ሓያል ስሕበት ዘጋጠሞም ብትንትን እታ መሊኣ ዝነበረን ቆፎ ክትመልእ ሕንቕንቕ እናበልኪ ትፋንውኒ ምንባርኪ ከዋኽብቲ ማሞስ ይመስክሩ። ንዓመታት
እንከለዉ ኣብ ገጽኪ ጽምልው ዝበለ ይብሉ። ንኽውግኖም ዝቃለሶ ኸኣ ኣይትኽእልን’ያ....” ዘይተወደአ ሓሳባተይ ዝተኸልናያ ጽገሬዳ ከይትቕምስል ክብል፡ ንጽህናኺ ሓልየ ከም ህጻን እሽርሩ
ጓህሪ ከም ዝፈጥሩ?” ዓይኒ ዓይና ምሳኻ ከለኹ ካባኻ የህድመኒ። ከዕልለካ ብተሃዋኽ መስደዲ ጠዊቐ ሰደድኩላ። እናበልኩ ጸባ ፍቕሪ ዘዐንገልኩ ኣፍቃሪ መልሲኺ እዚ ክዀውን!?
ረኣኹ። ሰሚዓ ናብታ ዝጸናሓታ ጠመተ እብል’ሞ ውቃቤኻ ዘይደፍሮ። ብኸመይ ዝተረበጸት ክትመስል፡
ኣድሃበት። እቲ ዝተወርወረ ትዕዝብታ ልሳነይ ንተግባርኪ ቃላት ክረኽበሉ ኣይከኣለን። ካብ ሕጂ ንኒዮ ጠላም’ዩ ስምኪ።
ከም ትፈልጠኒ ግር’ዩ ዝብለኒ።” ኣብታ
ካብ ቅልጽመይ ኣይሓልፍን ነበረ። “እንታይ ኢኻ ክትብል ደሊኻ?” ኣርእያ እትኸልእ ዛዕዛዕታ ንግሆ፡ ‘መትኩልኪ’ ክብለኪ ኣይትጸበይኒ። ምኽንያቱ
ጸቢብ ዝሰሌደኣ ሞባይለይ ቃላት ኣላጊበ
ስምዒታታ ክንበብ እንከሎ ግን ትዕዝብታ ምጽሓፍ ክሰልጣ ጉድ’ዩ። ባህጊታትና ከይፈርስ ትማል ትጉህ ነደቓይን ሽታ ፍቅሪ ዘይፍለዮ ወሓዚን ምንባረይ
ከንብቦ ከለኹ ዓመት’ዩ ዝወስደለይ።
ልዕሊ ስፍሓት ውቅያኖስ ዝሓልፍ ትኽሕድዮ ኣይብልን። ዝሓለፉ ጥዑም እዋናት እናዘከርኩ ነዛ ናይ ሎሚ ኣብ ልበይ
ከይመለስኩላ ከለኹ ከኣ “ኣለኻዶ?” “…. በቃ ፍቕሪ ከኣ ከም ዘርኢ
ይመስል ነበረ። ስምዒታታ ምስ ረኣኹ እትሃስስ ዘላ ክርስዓ ክፍትን እየ። ካብ እንላለ ብኻልኢታት፡ ደቓይቕ፡ ሰዓታት፡
ዝብል ይመጽኣኒ። ደርገፍ ገፍ እናበልኩ ዘትርሩዎ፡ ዘመቅሩዎ፡ ዘሕምሙዎ
መልሓሰይ “መልሓስ ላም” ክትኰውን መዓልታታ፡… ዓመታት እናበልና ዝዘከርና ሕጂ ኸኣ ልክዕ ብሕጊ ግዜ እናቈጸርና
ኸኣ፤ ይደሊ’ዩ። እታ ናይ ክልተና ቆፎ ብሓደ
እብህግ። ከብደይ ትበልዓኒ። ምሳይ ክንረሳሳዕ ኢና።
ኣይክትመልእን’ያ። ንጽንቃቕ ዘፈልፍል
ምህላዋ ዝፈጥረላ ናጽነት ስሕት ኢላ “ኣለኹ ምቅርቲ! ስምዒታት ምንባብ
ቃጥያታት ፍቕሪ ክህልዉዎ ኣለዎ፡” ዘሚኪኤል (ሓሸ) - ሃውስቲን
ክትነግረኒ እንከላ ኸኣ ከም መጠንቐቕታ ምስ ጀመርኩ’የ ከፍቅር ክኢለ። እቶም
ይረደኣያ ኣይረደኣያ ሰዲደላ። ተለፎነይ
ዝፈነወቶ ኰይኑ ይስመዓኒ’ሞ ነብሰይ ዝኣርነብክዮም ጋዕገልጠምኪ ስፍራኦም
ድምጺ ሂባ ንዕረፍቲ ኣወጀት። ኣብ
እቐጽዕ። ድሕሪ ’ቲ ጥዑም ወግዒ ፍቕሪ ፈሊጦም’ዮም ዝቃለሱኺ። ንስኺ ግን
ዓራተይ ተጋዲመ ከኣ ንሕሉፍ ዕላላ
ዘኪረ ከሳልያ ጀመርኩ። ኣብቲ ውድቀተይ ክፋእ ዝርእየሉ
ብዘይካ ሰኑይ መዓልታዊ እትሕተም ጋዜጣ
መኣዝን ተ. ኣብቲ ዓወተይ ኮዋኽብቲ ዘስግደሉ
ዋና ኣሰናዳኢ ኣይትሕደገኒ ሕልናይ ምሳይ ሃሉ።
ኣስፍሃ ተኽለማርያም
ቍ.ስ 116266 / 201820(2220) ኣራእያ ጸሓይ -----------
ቦርድ ምስንዳእ ጸሓይ ተምቖ - ብሌን ግርማይ / 02 ሰነ 2018 - ኣስመራ።
ብርሃነ ምሕረትኣብ
ዮሴፍ ሃይለማርያም ተንድዶ፡ ነገር ባህራ፣
ምሉእብርሃን ሃብተገብርኤል
ክጥምታ ተንቃዕርሮ -
ኤርምያስ ገብረልዑል
ሺሃብ ኣርኣያ ተጋድሞ፡ እንክመጣጠራ፣
ቍ.ስ 201820 (2214)
ፋክስ። 127749 - ቍ.ሳ.ጶ. 247 ትሕቲ እግሩ’ኳ ነይትቘውም
እንክጋደማ ደኣ ጥዑም
ምዝርጋሕ ጋዜጣ መጠና ዝደማደም፣
ቍ.ስ. 200454-07121322
ምልክታ
ቍ.ስ. 125013 - ቍ.ሳ.ጶ. 1284
ተሕምበልብሎ
እንከንቃዕርራ’ሞ፡
ለይ-ኣውትሰማያዊት ሓይለኣብ ርእሱ ኣዚራ ት’ነዖ።
ኤደን ሃብተኣብ ሳራ ኣለም
ሳምራዊት መለስ ***
ሊድያ ስልጣን ሱ.ተ. /ሚያዝያ 2014/
ሓዳስ ኤርትራ መበል 28 ዓመት ቁ.116 13 ጥሪ 2019 - ገጽ 3

ካ ብዝን
ብትን
ሳሮን ሰርጹ
ብድቁሶም ኣብ ገዛ ዝዛወሩ ሰባት
ዘካይዱዎ ንጥፈታት
ድቃስ፡ ሰላምን ህድኣትን ዘለዎ ንጥፈት
እዩ። ዝበዛሕና ሰባት ሰዓታት ድቃስና ኣኺሉ
ናብ መደቀሲ ዓራትና ምስ ደየብና፡ ማዕጾ
ሸጒርና መፍትሕ ክንሓብእ ኣይንግደድን

ገለ ሓቅታት ብዛዕባ ቈልዑ ኢና። ወይ’ውን በላሕትን ሓደገኛታትን


ነገራት ከነርሕቖም ኣይንሓስብን ኢና።
ኣብ ዓለምና ካብ ዝርከብ ህዝቢ፡ እቲ
ኣስታት ሓደ ሚእታዊት ብድቁሱ
ቈልዑ እቶም ኣብ ሓጺር ግዜን ኣብ ማህጸን ወላዲቶም እንከለዉ ዝዛወር ሰብ (ዓዋጂ) ምዃኑ ኣብ’ዚ ዓውዲ
ብቕልጡፍን ለውጢ ከርእዩ ዝኽእሉ ክጨንዉን ከስተማቕሩን ከምዝጅምሩ’ዩ መጽናዕቲ ዘካየዱ ክኢላታት ዝሕብሩዎ’ዩ።
ብምዃኖም፡ ንዅሉ ምስ ኣገረሙ ክኢላታት ዝገልጹ። እዞም ከምዚ’ኦም ዓይነት ሰባት፡ እዚ ክስተት
እዮም። ካብ መዓልቲ ናብ መዓልቲ ፠ ቈልዑ መላእ ኣካላቶም ብጸጕሪ ዳርጋ ክልተ ግዜ ኣብ ወርሒ’ዩ ዘጋጥሞም።
ዝተፈላለዩ ለውጢ እናርኣዩ ድማ ተሸፊኖም እዮም ዝውለዱ። እዚ ጸጕሪ ብድቁሶም ዝዛወሩ ሰባት ብዘይ ምኽንያት፡
ይነብሩ። ‘ላኑጎ’ ተባሂሉ ይጽዋዕ። እዚ ደቀቕቲ ብድቁሶም ኣብ ገዛ ክንቀሳቐሱ፡ ስድራቤቶም
፠ ቈልዑ ዝረኸቡዎ ነገር ኣብ ኣፎም ጸጕሪ፡ ነዞም ቈልዑ ኣብ ውሽጢ ማህጸን ከሽግሩን ጸኒሖም ድማ ድቃሶም ክቕጽሉ
ከም ዘእትዉዎ ንፈልጥ ኢና። እንታይ ክማምቑ ይሕግዞም። ናብ ዓራት ከም ዝምለሱን ይፍለጥ። ገለ ገለ ኣብ ካልእ ክፍሊ ደቂሱ ይጸንሕ ኔሩ እዩ። ይኽእል እዩ። ተመራመርቲ ኣብ ዝገበሩዎ
እዩ ብዘየገድስ ኣብ ኣፎም ከእትዉዎ ፠ ናይ ሓደ ህጻን ንውሓት ርእሲ ሰባት’ውን ካብዚ ዝኸፍእ ፍልይ ዝበለ ነገር ኣብ ቅድሚ ሰብ ጥራይ ነብስኻ ማለት መጽናዕቲ፡ እዞም ብድቁሶም ዘዕልሉ ሰባት
እንከለዉ ድማ፡ ንገንሖም። ኵሉ ኣስታት 25 ሚእታዊት ካብ ነብሱ እዩ። ክገብሩ ይረኣዩ። ዕርቃንካ ወጺእካ ምርኣይ፡ ኣጸያፊ እዩ። እዚ ዋላ’ኳ ብዙሕ እንተተዛረቡ፡ ምስጢር ግን
ሰብ፡ ቈልዓ ብንእሽቶኡ ከስተማቕር ብዘይካ’ዚ ናይ ሓደ ዝተወልደ ህጻን ከም’ቶም ኣብ መንጎ ድቃስ ክጎዓዙ ኣጋጣሚ ነዞም ብድቁሶም ዝጐዓዙ ሰባት ኣየምሉቑን’ዮም ክብሉ ይገልጹ። ዋላ’ውን
ከም ዘይክእል እዩ ዝፈልጥ። ይኹን ዓይኒ፡ ኣስታት 70 ሚእታዊት ናይ ሓደ ዝረኣዩ ሰባት፡ ገለ ገለ’ውን ካብ ዓራቶም ከጋጥሞም ይርአ እዩ። ብፍላይ ድማ ኣብ ብዛዕባ እንታይ ይዛረቡ ኣለዉ ብንጹር
ደኣ’ምበር ቈልዑ ቅድሚ ምውላዶም፡ እኹል ሰብ ዓይኒ ይበጽሕ። ተንሲኦም ኣእምሮኦም ገና ከይተበራበረ ደቂ ተባዕትዮ ከም ዝርአ ይሕበር። ኣብ ክፍለጥ ከምዘይከኣል እዮም ገሊጾም።
መኪና ክዝውሩ ይረኣዩ እዮም። ደቂሶም ገዛኦም በይኖም ዘለዉ ከም ዝመስሎም’ውን ደቂሶም ከለዉ ዝጐዓዙ ሰባት፡ ናይ
መኪና ዝዝውሩ ሰባት፡ ሓደ ሓደ እዋን ይጥቀስ። ኣመጋግባ ጸገም ከም ዘለዎም’ውን ይግለጽ
ነዊሕ መንገዲ ክጐዓዙ ይኽእሉ እዮም። ዳርጋ ዝበዝሐ ሰብ ምስ ደቀሰ ሃተፍተፍ እዩ። ከም ኣብነት ገለ ሰባት ብቐትሪ
እዚ ተርእዮ’ዚ ብዙሕ’ኳ እንተዘይተባህለ፡ ይብል እዩ። እዚ ድማ ኣብ ብዙሓት ሰባት ወይ’ውን ተበራቢሮም እንከለዉ ክምገቡዎም
ሓደጋ ከጋጥም ግን ይርአ’ዩ። ብዘይካ’ዚ ሳሕቲ ከጋጥም ይርአ። ገለ ገለ ሰባት ዝሕረሙዎ መግብታት፡ ብድቁሶም
እዞም ብድቁሶም ዝዛወሩ ሰባት፡ ክሳብ ፈተነ ግን ዳርጋ ምሉእ ዕላል ክበሃል ይከኣል’ዩ፡ ክምገቡዎም ከም ዝረኣዩ ይፍለጥ። ብዝያዳ
ናይ ቅትለት ከስዕቡ ይኽእሉ እዮም። ኣብ ምሉእ ለይቲ በይኖም ክዛረቡ ይሓድሩ። ድማ ሽኮራውያን መግብታት ክምገቡ
2009 ኣብ ዋለስ ዝቕመጥ ብረይን ቶማስ እዚ ዝደቀሱ ሰባት ዝዛረቡዎ ዘረባ፡ ነቲ ይረኣዩ። ብተወሳኺ’ውን ካብ ምምጋብ
ዝተባህለ ሰብኣይ፡ ብሰንኪ ደቂሱ እንከሎ ተንሲኡ ዘሎ ሰብ ሃተፍተፍ ወይ ጥቕሚ ሓሊፎም፡ ተንሲኦም መግቢ ክሰርሑ ይረኣዩ
ዝፈጸሞ ቅትለት በዓልቲ ቤቱ፡ ተኸሲሱ እዩ። ዘይብሉ ዕላል ክመስሎ እንከሎ፡ ነቲ ደቂሱ እዮም። በዚ ምኽንያት ድማ ዝተፈላለዩ
ቶማስ ንኣስታት 50 ዓመታት እዚ ከጋጥሞ ዘሎ ሰብ ግን ትርጉም ዘለዎ ክኸውን ሓደጋታት ናይ ባርዕ ከጋጥሞም ይርአ።
እንከሎ፡ ዝዀነ ሓደጋ ከየውርድ ራዕዲ
ይፈጥረሉ ኔሩ እዩ። ሓደ ሓደ እዋን’ውን
ከይተረድኦ ካብ መደቀሲ ክፍሉ ወጺኡ፡ ኣየገርምንዶ?
ደርሆ፡ ርእሱ ተቘሪጹ ክሳብ ክንደይ ሰዓታት ወይ ደቓይቕ ክጸንሕ ይኽእል - ትፈልጡዶ?
ግሪንላንድ ኣብ 10 መስከረም 1945 እዩ፡ ኣብ ምዕራብ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ኮሎራዶ ኣብ
ዝተባህለት ዓዲ፡ ሓደ ንእሽቶይ ኣርሓ ደርሆ ርእሱ ተቖሪጹ፡ ንኣስታት 2 ዓመታት ብሂወት
ኣብ ሰሜናዊ ክፋል ዓለምና እትርከብ ሜተር ስፍሓት ዘለዎ መናፈሻ፡ ዓቢ ቦታ ናይ መጀመሪያ ተቐማጦ ግሪንላንድ፡ ኣብ ክነብር ከምዝኸላ ይግለጽ። ነዚ ደርሆ ርእሱ ዝቖረጸት ካራ፡ ነቲ ኣብ ክሳዱ ዝርከብ መትኒን ነቲ
ዝዓበየት ደሴት ግሪንላንድ፡ ብሰንኪ ናይ ግሪንላንድ ሸፊኑ ይርከብ። ብዘይካ’ዚ ውሱናት ዘመናት ካብ 10-14 ዝበጽሓ ናይ ሓንጎል ‘ስቲም’ ምሉእ ብምሉእ ከይተንከፈቶ ብምሕላፋ’ዩ፡ እቲ ደርሆ ብሂወት ክጸንሕ
እቲ ፍሉይ ኩነታት ኣየራን ተነጽሎኣን ዝተፈላለዩ ዓይነት እንስሳታት፡ ከም ናይ ኣብያተ ክርስትያናት እዮም ኣብዛ ደሴት ኣኽኢሉዎ። ኣብ’ቲ ግዜ’ቲ ኣዝዩ ፍሉጥ ስም ዝረኸበ እዚ ኣርሓ ደርሆ፡ ኣብ መጽሔት
ንኽትበጽሓ ኣሸጋሪት ቦታ እያ። ሰፊሕ ቦታ በረድ ድቢ፡ ናይ ኣርክቲክ ወኻርያ፡ በሉጋ ሃኒጾም። ቤተ ክርስትያን ህቫልሰይ ድማ፡ ኣብ ታይምስ ክወጽእ ክኢሉ እዩ። ወናኒኡ ዝነበረ ሎይድ ኦልሰን፡ ነዚ ደርሆ ክርእዩዎ ካብ
ግሪንላንድ ዝብዝሐ ሰብ ኣይፈልጦን እዩ ዓሳ ነባሪ፡ ዋልሩስ፡ ውርጫዊ ጉንጓን ካልኦት መጀመሪያ 14 ክፍለ ዘመን እያ ተሃኒጻ። እዛ ዝተፈላለዩ ቦታታት ዝመጽኡ ሰባት፡ 25 ሳንቲም እናኽፈለ የርእዮም ነበረ። እቲ ዝገርም እዚ
ክበሃል የገርም’ዩ። እዚ ይኹን ደኣ’ምበር እንስሳታትን ይርከቡ። ሓደ ካብቲ ኣዝዩ ህንጻ ሓንቲ ካብተን ዝዓበያን ዝበለጻን ናይ ደርሆ በቶም ክርእዩዎ ዝመጽኡ ዝነበሩ ሰባት፡ ሰሙናዊ ናይ ኣስታት 4 ሽሕን 5 ሚእትን ዶላር
ኣብዚ ቀረባ እዋን፡ እዛ ደሴት ንብዙሓት ዘፍርሕ ኩነት ኣብዚ መናፈሻ፡ ምቅይያር ቅድመ ኮሎምብያውያን ኤውሮጳውያን ኣታዊ ይረክብ ነበረ። እዚ ኣርሓ ደርሆ ኣብቲ ግዜ’ቲ መግቢ ይኹን ማይ ብመንጠቢ ናይ
በጻሕትን ነጋዶን ስሒባ እያ። ገለ ነጋዶ ኩነታት ኣየር እዩ። ኣብዚ ከባቢ ሙቐት ተዓቂበን ዘለዋ ህንጻታት እያ። ዓይኒ ይወስድ ነበረ። ካብ ዕለታት ሓደ መዓልቲ ግን፡ ኣዝዩ ዘሕዝን ፍጻመ’ዩ ኣጋጢሙዎ። እቲ
ካብቲ በረድ ዝበዝሖ ቦታታት ንላዕሊ፡ ቀጻሊ ምስ ዝውስኽ፡ እቲ በረድ ክመክኽ ፠ እዛ ንኽትበጽሓ ኣሸጋሪት ዝዀነት ከም ስርሑ ወሲዱ ዘብልዖ ዝነበረ ወናኒኡ፡ መጀመሪያ ግዜ ከየብልዖ ጸንሐ’ሞ፡ እዚ ንኣስታት 2
ልሙዕ ቦታታት ከም ዝርከባ ክገልጹ ስለ ዝኽእል ኣስጋኢ ሓደጋ ከየጋጥም ደሴት ግሪንላንድ፡ ዝደለኻዮ መጐዓዝያ ዓመታት ብዘይ ርእሲ ዝጸንሐ ኣርሓ ደርሆ ንብዙሓት ሰባት ኣገሪሙ ንሞት ተቓልዐ።
እንከለዉ፡ በጻሕቲ ድማ ናይዛ ደሴት ታሪኽ፡ ይኽእል። ክትጥቀም ኣጸጋሚ እዩ። ኣብዛ ዝዓበየት
ባህሊ፡ ተፈጥሮኣዊ ጽባቐን ሰሓብቲ ነገራትን ፠ ግሪንላንድ ዝብል ስም ዝወጸሉ ደሴት ዓለምና ዝዀነት ግሪንላንድ፡ ዳርጋ
ክረኽቡ ብምኽኣሎም ተፈላጢት ክትከውን
ክኢላ እያ።
ምኽንያት ንጹር’ኳ እንተዘይኰነ፡ እዚ ስም
ግን ካብቶም ኣባል ዓሌት ስካንድኔቪያን
ንምሉእ ከተማታታ መራኸቢ ዝኸውን
ጽርግያ፡ መንገዲ ባቡርን ኣብ ውሽጢ
መልሲ ሕቶ ዝተመሳቐለ ቃላት
ኣቤል ነጋሲ ካብ ካናዳ
፠ ናይ ዓለምና ዝዓበየ ሃገራዊ መናፈሻ። ዝዀኑ፡ ቫይኪንግ ከም ዝተዋህበ ይፍለጥ። መሬት ዝርከብ መራኸቢ ማይ መገድን
ኣብ ሰሜናዊ ምብራቕ ግሪንላንድ ዝርከብ ግሪንላንድ ጥንታዊት ስፍራ ናይ ቤተ የለን። ኣብዛ ደሴት ኵሉ ንጥፈታት
ሃገራዊ መናፈሻ፡ ኣብ 1974 እዩ ተሰሪሑ። ክርስትያን ህቫልሰይ (Hvalsey) እያ። ትራንስፖርት ብሄሊኮፕተር፡ ነፋሪትን
ኣብ 1988 ድማ ናብዚ ሕጂ ሒዙዎ እዛ ቤተ ክርስትያን ሓንቲ ካብተን ናይ ጃልባን’ዩ ዝካየድ። ብሰንኪ’ቲ ዘይምቹእ
ዘሎ ዝዓበየ ደረጃ ክሕዝ ክኢሉ። እዚ መጀመሪያ፡ ኣብ ሰሜን ኣመሪካ ዝተሰርሓ ኩነታት ኣየር ግና፡ ዝበዝሑ መገሻታት
ኣስታት 0.97 ሚልዮን ትርብዒት ኪሎ ቤተ ክርስትያናት ምዃና ታሪኽ ይገልጽ። ብኣየር እዮም ዝካየዱ።
ሓዳስ ኤርትራ መበል 28 ዓመት ቁ.116 13 ጥሪ 2019 - ገጽ 4

ሕማም ኣምልኾ ንሰብ-ዝና. . . ምምራጽ


ምኽንያት ግን፡ “ምሒር ስለ ዘፍቀርኩዎ’የ ክቐትሎ ስም ዘምጽኦ
ወሲነ” ዝብል’ዩ።
ሕማምኣምልኾንሰብ-ዝና፡ ዘለካ ክትምጥወሎም’ውን
ይድርኽ’ዩ። እቶም ሰብ-ጸጋ ዋጋ ሚልዮናት ህያብ
መዘዝ
ሰለስተ ህጻናት ክወልዱ፡ ቦኽሪ ውላዶም እቲ
ክህቡ እንከለዉ፡ እቶም ዓቕሚ ዘይብሎም ድማ፡ በታ
ኣቦ ስም ከውጽኣሉ፡ ኣብ’ቲ ካልኣይ ድማ እታ ኣደ፡
ዘላቶም ነቶም ሰብ-ዝና ከሐጕሱ ይርኣዩ።
ነቲ ሳልሳይ ድማ ሓቢሮም ስም ክመርጹሉ’ዩ ነይሩ
ቶም ኖርማንዲ ዝተባህለ ሓረስታይ ንኮኾብ
ስምምዖም። በዚ መሰረት ድማ ሃላ ዑመር ካብ
ሆሊዉድ ጄኒፈር ሉፐዝ ኣብ ሓደ እዋን 20 ኩንታል
በዓል-ቤታ ዓሊ ሸርቢኒ ምስ ጠነሰት፡ ነቲ ጓል ምዃኑ
ዱባ ከም ህያብ ሰዲዱላ።
ዝተነግሮም ጥንሲ፡ ኣብ መበል ሻውዓይ ወርሑ፡
ስም ምልኩዕ ተዋስኣይ ሮበርት ፓቲንሶን ክለዓል
“በል ጽቡቕ ስም ምረጸላ” ክትብል ተላቢያቶ።
እንከሎ፡ ብዙሓት ደቀንስትዮ እየን ኣብ ሃለፍታ
ዓሊ’ውን ከይተማተአ፡ ”ፈትሒያ ክብላ’የ” በላ።
ዝኣትዋ። ንሱ ኣብ ሓደ ኣጋጣሚ ምትካኽ ሽጋራ
ክሳብ’ዚ እዚ ዛንታ ንቡር’ዩ። እንተዀነ ግን፡ ነቲ
ከም ዘቋረጸን ኣብ ክንዳኡ መወጽ ክጥቀም ከም
ስም ዝሰምዐት ሃላ፡ ብኡ-ንብኡ’ያ ናብ እንዳ
ዝጀመረን ምስ ሓበረ፡ ካብ ኣብ መላእ ዓለም ዝርከባ
ስድራኣ ብምኻድ “ፍትሓኒ” ዝበለቶ።
ሰዓብቱ ኣሽሓት መወጽ’ዩ ከም ህያብ ተቐቢሉ።
ኣብ ዝተላለዩሉ እዋን፡ ዓሊ ኣቐዲሙ ምስ
ሓደ ካብ ሰዓብቲ ወዲ 67 ዓመት ድምጻዊ ኣሊስ
ፈትሒያ ዝተባህለት ጓል ዓዱ ፍቕሪ ከም ዝነበሮን፡
ኮፐራብ፡ ኣብ ውሽጡ ልቢ ድሙ ዘለዎ ሳንዱቕ
እንተዀነ ግን ስድራኣ ንኻልእ ከም ዘመርዓዉዋ
ሬሳ ሰዲዱሉ። ኬይል ፎስተር ዝተባህለ ሓደ ካብ
ንሃላ ገሊጹላ ነይሩ’ዩ። ኣብ’ቲ ፈለማ ብሰንኪ ፍቕሪ
ንህቡባት ሰባት-ዝና፡ ብፍላይ ስነ-ጥበበኛታት ሰሊና ኩዋንታሊና፡ ካብ ምሒር ፍቕሪ’ዛ ድምጻዊት፡ ሰዓብቲ መንእሰይ ተዋሳኣይ ጋርድ ሊቶ ድማ፡ እዝኑ
ዓሊ ንፈትሒያ ብዙሕ ጸገማት’ኳ የጋጥሞም
ምድናቕን ምፍታውን፡ ንቡር ተርእዮ’ዩ ብፍላይ ኣብ ኣብ ኣፍደገ ገዛኣ ኣድብያ ብምጽናሕ ብጥይት ብምቝራጽ’ዩ ከም ህያብ ሰዲዱሉ። እቲ ዘገርም ዓይነት
እንተነበረ፡ ምስ ግዜ ግን ዓሊ ከም ዝረሳዓ፡ ምሒሉ
መንጎ መንእሰያት። እቲ ዘይንቡር ግን፡ እዚ ኣድናቖት ቀቲላታ። ሱዳናዊ ድምጻዊ ኸውጀሊ ዑስማን’ውን ህያብ ግና ኣብ 1970 ዓ.ም ናብ ኮኾብ ድምጻዊት
ጥሒሉ ቃል-ኪዳን ክኣስሩ ከም ዝተሰማምዑ
ናብ ጽላለ ከምርሓካ እንከሎ’ዩ። ኣብ ዝሓለፉ እዋናት ብኢድ ሓደ ካብ ፈተውቱ’ዩ ተቐቲሉ። ዶሊ ፓርሶን ዝተላእከ’ዩ። ዶሊ፡ ኣብ ኣፍደገ ገዛኣ
እትገልጽ ሃላ፡ “ንዓይ ፈትሒያ ኢሉ ብምጽዋዕ ጦቕ
ሚልዮናት ብምጥፋእ ነቲ ዘፍቅሩዎ ህቡብ ክመስሉ መንእሰይ ድምጻዊት ክርስቲና ግረሚ ኣብ ስም’ታ ህብብቲ ደርፋ “ጆሊን” ዝተጻሕፉ ጻዕዳ ዓለባ
ዘበለኒ ከይኣኽሎስ፡ ሕጂ ድማ ንጓለይ መዘከርታ
ዝጸዓሩ፡ ነታ ዘፍቅሩዋ ኮኾብ ንምርኣይ ኣብ ኣፍደገ ውድድር ዘ ቮይስ ምስ ተዓወተት፡ ኣብ ሓጺር ግዜ’ያ ዝተጠምጠመ ህጻን’ዩ ጸኒሑዋ።
ፍሹል ፍቕሩ ክገብራ” ትብል ብምረት።
ገዝኣ ተደርብዮም ዝሓደሩ፡ ኣብ መድረኽ ኣብ ሓንቲ ካብ ህቡባት ሰብ-ዝና ዓለምና ክትከውን በቒዓ። ብሕማም ኣምልኾ ንሰብ-ዝና ዓለምና ዝተለኽፉ
ቅድሚ ዓይኖም ነብስ-ቕትለት ዝፈጸሙ፡ ካብ ምሒር እንተዀነ ግን፡ ዝና ንክሪስቲና ኣይጠቐማን። ከቬን ግዳያት፡ ዝተባህሎም ካብ ምፍጻም ድሕር ከም ዘይብሉ
ፍቕሪ ነቲ ዝስዕቡዎ ህቡብ ዝቐተሉን ካልእን ዝኣመሰለ ጄምስ ዝተባህለ ሓደ ካብ ፈተውታ፡ ኣብ መድረኽ ዘረጋገጸ ሓደ ፍጻመ ኣሎ። ድምጻዊት ኪሻ ኣብ
ኣገራሚ ዜና ዳርጋ መዓልታዊ’ዩ ዝስማዕ። ብልምዲ እንከላ ንዓኣ ቀቲሉ፡ ንርእሱ’ውን ብምልካም፡ መርበብ ቲዊተር ንፈተውታ “ብስንኹም ዝተሰርሐ
ፓፓራዚ ተባሂሎም ዝጽዋዑ ደሃይ ሰብ-ዝና ዓለምና ትራጀድያዊ ኣጋጣሚ ፈጺሙ’ዩ። ስድራኡ ድሒሮም ናይ ክሳድ ሰንሰለት ከስርሕ ደልየ ስለ ዘለኹ፡ ሓሓደ
ናብ ዓለም ዘጋውሑ ዘይሕጋዊያን ጋዜጠኛታት፡ “ኣይውዕሎን’ዩ ኢልና’ምበር፡ ቀጻሊ ንክሪስቲና ቀቲለ ስኒ ስደዱለይ” ዝብል ጽሑፍ ምስ ለጠፈት፡ ካብ
ቀንዲ ዓማዊሎም ኣፍቀርቲ እዞም ሰብ-ዝና እዮም። ንዘልኣለም ምስኣ ክነብር’የ ይብለና ነይሩ’ዩ” ክብሉ ሰዓብታ ኣብ ውሽጢ ሓደ ወርሒ ልዕሊ ሽሕ ኣስናን
እዚ ዘይንቡር ተርእዮ ነዊሕ ሱር ዘለዎ’ኳ እንተዀነ፡ ተሰሚዖም’ዮም። ተቐቢላ። እቲ ዘሕዝን፡ ሓደ ካብኦም “ከይውሕደኪ”
ኣብ 2003ዓ.ም እዩ ጄሚስ ሻብማን ዝተባህለ ጸሓፊ እቲ ኣብነታት ብዙሕ’ዩ፡ ብፈጸምቲ ገበን ዝወሃብ ብምባል፡ መላእ ኣስናኑ’ዩ ሰዲዱላ።
Celebrity Worship Syndrome፡ “ሕማም ኣምልኾ
ንሰብ-ዝና” ኣብ ትሕቲ ዝብል ዓንቀጽ፡ ብዛዕባ
ሓደገኛነቱ ኣመልኪቱ ኣብ ጋዜጣ ደይሊ መይል
ድሕሪ ዘውጽኦ ጽሑፍ ኣቓልቦ ክረክብ ጀሚሩ። ቅሰኑ ቀምቃሞ
ብክኢላታት ስነ-ልቦና ከም ሕማም ተቖጺሩ ዘሎ እዚ
ዘይንቡር ተርእዮ፡ ኣብ ግዜ ንእስነት ጥራይ ዘይኰነስ ኣብ ውሽጢ እዘን ዝስዕባ 12 ዓመታት ልዕሊ 800 ሚልዮን
ገና ህጻን እንከለኻ’ውን ጀሚሩ፡ ምስ ግዜ እናበርተዐ ሰራሕተኛታት ስራሖም ብሮቦታት ክምንጠሉ ምዃኖም፡
ክኸይድ ይኽእል’ዩ። ንኣብነት፡ ሓደ ህጻን ንገጸ ባህሪ ‘ማከንሲ ግሎባል’ ዝተባህለ መርበብ ሓበሬታ የረድእ።
“ስፓይደርማን” ፈትዩ፡ ከምኡ ክኸውን ክፍትን፡ ዓለምና ምስ’ዚ ተመዝግቦ ዘላ ምዕባለ፡ ብዙሓት ኣውፈርቲ
ንወለዱ ናይ “ስፓይደርማን” ክዳውንቲን ኣሳእልን ኣብ’ቲ ዝውንንዎ ቦታ ስራሕ ኣብ ክንዲ ጉልበት ሰብ፡
ክገዝኡሉ ክሓትት፡ ብተደጋጋሚ ናቱ ፊልምታት ምስ ነቶም ብትሑት ዋጋ ተዓዲጎም ምሉእ መዓልቲ ሰሪሖም
ዝርእይን፡ ምስ ካልኦት ህጻናት ኣብ ዝጻወተሉ እዋን ዘይደኽሙ ሮቦት ሰራሕተኛታት ምትካእ ስለ ዝመርጹን፡
“ኣነ ስፓይደርማን እየ” ክብልን፡ ኣብ ብዙሓት ቈልዑ ድሮ’ውን ኣብ ግብሪ ይውዕል ብምህላዉን፡ ከም ኣሳሰይቲ፡
ዝርአ ተርእዮ’ዩ። እቲ ቘልዓ እናዓበየ ምስ ከደ እዚ ተለኣኽትን ሓለውትን ዝኣመሰሉ ስራሖም ኣብ ምግዳፍ
ተርእዮ ምሳኡ ምስ ዝዓቢ ግን፡ ብሕማም ኣምልኾ ይርከቡ። እንተዀነ ግን፡ ልዑል ጥንቃቐ ዝሓቱ ዓይነት
ንሰብ-ዝና ተለኺፉ ከም ዘሎ’ዩ ዘረጋግጽ። ሞያታት ካብ ወራር ሮቦታት ውሕስነት ከም ዘለዎም እቲ
ደሃይ እቲ ምሒር ዘፍቀርካዮ በዓል-ዝና ክትረክብ፡ መጽናዕቲ ይሕብር።
ንዓኡ ክትመስል ክትጽዕር፡ ብዕሊ ናቱ ደጋፊ ምዃንካ “ዝዀነ ሰብ ክቕምቐም ኢሉ ተኣማሚኑ ርእሱ ንመቐስ
ብምግላጽ ብዛዕባኡ ምስ ካልኦት ኣብ ባእሲ ክትበጽሕን ዝሓዘ ሮቦት ክህብ ስለ ዘይደፍር፡ ቅሰኑ ቀምቃሞ ዝትንክፈኩም
እንከለኻ፡ ካብኡ ሓሊፉ’ውን ኣብ ገለ እዋናት ዝርአ፡ የለን” ይብል፡ መርበብ ሓበሬታ ‘ማከንሲ ግሎባል’።
ካብ ምሒር ፍቕሪ “ናይ ካልእ ከይከውን” ብዝብል
ስግኣት ናይ ምፍርራህን ምቕታልን ተበግሶታት
ክትወስድ እንከለኻ በዚ ሕማም ከም ዝተጠቓዕካ’ዩ
ዘመልክት። ዛንታ ስእሊ
ብዙሓት ድሕሪ ሞት እቲ ዘምለኹዎ ሰብ-ዝና፡ ኣብ’ዛ ስእሊ ዘሎ ኣመሪካዊ ሰትዩ
ብምሒር ጓሂ ነብሶም ዝቐትሉ ኣለዉ። ህቡብ ድሕሪ ምዕግርጋሩን ንብረት ካልኦት
ድምጻዊ ኤልቪስ ምስ ሞተ፡ ብርክት ዝበላ ደቀንስትዮ ምብልሻዉን፡ ንሽዱሽተ ኣዋርሕ
ሂወተን ኣሕሊፈን’የን። እዚ ተርእዮ፡ ድሕሪ ሞት ክእሰር’ዩ ተበይኑሉ። ከልቡ ድማ ናብ
ምልኩዕ ግብጻዊ ድምጻዊ ዓብደልሓሊም ሓፊዝ’ውን መናበይ እንስሳታት ተወሲዱ። ፍርዱ
ተራእዩ’ዩ። ድሕሪ ምዝዛሙ ድማ ከልቡ ክወስድ
ተመራመርቲ ኣመሪካዊ ዩኒቨርሲቲ ደንቨር ኣብ ኣቐዲሙ’ዩ ናብ’ቲ መናበይ እንስሳታት
600 ወለንታውያን ኣብ ሰብ-ዝና ዘለዎም ተገዳስነት ከይዱ። እንተዀነ ግን፡ ከልቡ ክወስድ
ንምፍላጥ ድሕሪ ዝገበሩዎ መጽናዕቲ፡ ነዚ ተርእዮ እንተ ደኣ ኰይኑ ዋጋ ቀለብ 400 ዶላር
ኣብ ሰለስተ መድረኻት ከፋፊሎምዎ። ኣብ’ቲ ሰብ- ክኸፍል’ዩ ተነጊሩዎ። ገንዘብ ዘይነበሮ
ዝና ተገዳስነት ምሕዳር። ንዓኡ ምውላፍ። እቲ ናይ ወናኒ፡ ኢድ’ቲ ምስ ረኣዮ ናይ ናፍቖት
መወዳእታ መድረኽ ድማ፡ እዚ ወልፊ ናብ ዝለዓለ ድምጺ ከስምዕ ዝጀመረ ከልቡ ሒዙ፡
ጥርዙ ብምብጻሕ ኣብ ልዕሊ’ቲ ሰብ-ዝና ናይ ጎነጽ ብብኽያት ፊቕ ክብል ጀሚሩ። በዚ
ተበግሶታት ናብ እትወስደሉ ደረጃ ምብጻሕ። ተርእዮ ዝተተንከፉ ሰራሕተኛታት’ቲ
ኣብ 2016ዓ.ም ዮላንዳ ሳሊቫት ዝተባህለት መናበይ እንስሳታት፡ ገንዘብ ብምውጻእ
መራሒት ክለብ ኣፍቀርቲ መንእሰይ ድምጻዊት ነቲ ዕዳ ሸፊኖምዎ ኣለዉ።
ሓዳስ ኤርትራ መበል 28 ዓመት ቁ.116 13 ጥሪ 2019 - ገጽ 5

Üó

ǟêƭ
»ÓÐğŏ

ý Ģ ċ ė
ĄĉLJŴġïŊŕ

ƆûŊijōƞİŊżÔ×öÊ
ÿlj ǦƵȲ ƄŊ ÿlj ǦėŚ
ƶűŅĔƆƥŶĉǢŶƂ ĉĺėȏ 
ęƆġƗĉŕǎŶŲȲ ƆƧŶƉĔǎƆƨȞŕŲȳŶğśĉ
ȣĔƶÿƲôňćŚŊĉƟŷĉȲ
ıȓƯƨƆűìô
ƶƄƖô ĄĤ÷Ȳ ŊŊęŖƯ Ŷȡġ ŊƄƙŚƊĉÿȠĔƆǁÍĊȲ ƆŗȣĔƇĉŚāŚƎŊõƉĉ
ĄÿĖȲ
ƆŴŕűűƢ ŴŊƶŶ ŴŊŚŶ ĔÿĺôdžȲǻļdž ƶÿǡƷĉÍƧŶƄĔǎƆƨȳ
džƢƴƢƶűŅĔȳƆŗƊõĄĤ÷ ƄdžŚƗŲȳÐ ƆŗāćľǦŊĖȲŚćöȲ
űŗ ÌĩƧƧ ĩƧƧÍ ƆŴŅô ġôƶƜűǎćȲŶğśĉćôŚ
Ɔśĉ ȣĔ ƶűŅĚĉ Ąħõ ŶĄƋŴŴdžććŕĄęȑȲ
ŊùƯöƂƶÿùȣƶűŅĔŶȡġȲ ĩƫŶğśĉȲ
ŊŚƯǦġŗ ǎŶŶ ƃõ ǁāùȤ ÌǎŶŶÍ ƃúĉ űŗ ŊęŖƯ Ŋňöįǥĕġôƶ÷āȎȑȲ
űƳĜĆưĉȲ Ŷȡġ ŊùƯöƇĉ Ɖāùȣƨ
űŅĔȳ ÿlj ƌŊśĉ Ɗúĉ ƄŋdžïdžôŴƭƃúĉȲ
ƌùƇŚ ĄĤ÷ŘŚ ŊĺĄŖ ǡĖĉƨĉƆŗƯĩűŖȲ ƉôƣȲ Ɔŗ ŚƯŇŕż ĄĤ÷
ǦŶȲ ŊƂ ŶŊƂ Ņŗ ŊęŖƯ Ƅ÷ŘŶǁŊ÷ŶǾ÷ǣĊĉȲ
ȣùdž ƶŅô Ƅƶǂ űƤā Ąĩ÷
ŅŗÿljǎćƆŗŚƯŇŖȲ ŶȡġŕŅŶĵĕŴŊƌùƆŋŘ ÏűŘĄƋŴǎćȲ
ǦŶȲ Ɔŗ ŊęŖƯ Ŷȡġ ŴŊƶŶ
ŴŊŚŶ ƎűƥŶƨ ƉúȲ Ɖĉŗ ŕljęŅǁȳ ƄŊŗ ƶƢǎĿ ŋŘ
ƭľúĉȎŶĮĿĉȲ ƉĉƄDŽŕāĉćÐ
Ŵdžśĉ ƌùƇŚ ŊȔŖ űŗ ǎćűĻȏĊŕȳƉĉƱdžűŅĔ
ŊęŖƯ Ŷȡġ ęƆĝ ŚāŚ ƉĉƳŅùƨñǎƆƃúĉȶ ƆƧŶƏűȳ ƃúĊƉdžǏĉȳ
ƄŇõƄŊƎŶNjƱāùȤȲęƆĝ ÏŊȑdžŴÿôŶǤdžƄŘ *** ŊǎāęÍƳƄņƂȲ
ŚƛƄŇõȲŕǡŗĕĉġŗŶȡġ IJ挥Ĥ÷Ȳ
ęƃƗĉ ƄôƗĉ ȣŚƥŚ ŊƛDŽŚƢNJĜĆƫŴŊŗŋŘĄȐƂȲ
džŕï÷ôƛűŅĔȳŶűƤāĜƭŘŚ
ǎćȲ ĉġŗ Ŷȡġ ĉŚñù÷Ɨ ęƆġƙŶ÷ƯöÌƧǻĉ Ĵùƫ ÿŗŚƨŶƢNJĉƛŶDŽŚĄŊƉdžƂȲ
ĬȎôȳ ƧǻĉÍŕŊ÷Ȳ ĄÿĖĩƫ
ǡöƇĉĜňŚǎćƄôƣȶ
űśĉęƆĢĉƄǎŶŶƄŇúĉ ġôƶŕňƯƌƄdžƏűŶȲ ƄŊƂűŋdžïdžôƎŅƄĢĉƉúŕĔƆdžƨȲ
ÿljĜŊȲƭľöƆŶŕǡŅĔ
ƌŊŗ ŊęŖƯ Ŷȡġ ƶŕƖƢõ ùŋŶƂĄĖāƨȲ
āùȣŴġôƶôŅĉƌȲ ÏƄŋdžïdžôÍLJĉÐƃõűǣęƨȳ
ĄĤ÷ŘŚǎćȲǁƬŶŖŶŘāŗ
ƄŶĴùĵõ ǶĄśĉ ƆĊȲ ňǏĜôƶƜŶƌƆǂȲ ŚāŚŴƆŶŕƄęƄǁȲ ***
ŊŚƯŇŚƉĉƳŅúĉȶ āùŶƂƄǡNjǎƨȲ ÏƄŋdžïdžôȲĉľȑƯƊĉŶƶŅljôȲ
Ƣ÷ÿljȣĔġôƱdžŊùƌȳÐ
ÏƄŖĉƄŊƳŚāŕdž ŶğśĉȲƆśĉŚƯŇŕżŘŚ ǁüǪġųƆǂƆĊǎǡĉƨƆűìôȳ
ƱôƗĉĄħõȲ ŊĉňùƆŗƯĩűŖŶŚƯŇŖŶ ǦŶȲ
űǡęƨȳ Ɔŗ ƢǶĉǶĉ ŴŖȲ ĉƛŶDŽŖĴùƭȲ
ƄŊƎŶNjƉĉƳŴŕdžȲ ƌŊ ŚŊƭŚŶ ĄŶȡƭŚŶ ƉĉƴƱdžȞùǻƄűƄƆġ ƊõġôƶƜűƢ÷NjƂȲ
ŕŇƯƊĉljƧŚŊõȲ ƱdžƏűġȲ Ɔŗ ęƆĝ Ƣ÷ÿlj ǁŊùƨȳ
ƊõƎǦġȔƄôƨƎŊǎùƉúƆŶŕęƆǂȲÐ
Śāƶś ƱdžŊõȲ ňǏ ęƆĞ
ŊȣęþŕĤńĖęƊĉ ***
ƌŊĉƟŲƶŕŅǡĜƉĉƶƜű ğ÷ƶŅôȲ
ĄÿĖƌŊŘǦƵƆŗƄǙĆĕ

Ċėù=ġôƳȣŚƥŚĴùƫùƎƯƉĉŗȣĔƱdžŊõ ġűġęƭŚŕćîĕȳ
ǾŴȣę Ŵdž ǡęŊ ÌùƯù ùƯùÍ ƶŊùÍĊ ŶĉĤŖ ǎć
ƶĄĂƢdžƶŊŶIJęȲƆŗȣĔƶÿƱǾŴȣęŴdžŗǡĔŊ
ǦŶȲ Ɔŗ ȣĔƂ ġô ƶƖŊǏ ÌǎŶŶ ǎŶŶÍ ƶŊù ƆĊ
ǢņƆŴŶƛŶǡŊęĉõƆĄƥƆùƉƱƙƛĔŴƶűŊęȳ
ƆŴÿljĔǦŶƶƖŊęȲāǛǎćƎŶLJÍƳƆŶŘdždžŅïù
ƏdžŲȲ  ŶġƙŚƊĉ  ŚýŘŚ ƊŲȳ  ŚāŚŴ ŶƱôƨĉ ŶȎÿdžǎĉȐƄôƥŶǦòȲÏŊĕƛĄƭùŗƄƧƯôŴÐƃùŴȲ
ĜňŚǎćƄƛŊĕȳƆŴÿljęƊĉĉƆŶŗƎŚƉŊĕȳ ƱƶŕňĔƖŶƱƶȎŅĹŶǻėdžŶƛŶĜęāȲűŶāùŴŴāĥƛƶŊùȳ
ĉĤŚĉĤŚƄŊŗŴdžƯėęŋĜƭŘŚȲÏƆŶŘdžűdžĕƆŗȓņľ
ġėāƊĉ"ƆŶƏ÷džƆŗǥǤƗĉȳűŗȓņľĬȓùƨŊȓņľ
ǡĉǣĉƊĉȳűŗāćľǦŶȲŶLJŅùƨljęŊdžƨƄęþľƊĉȳ
ǎĉȐȎÿdž ĜȞęƊĉȳ ŕƴűǂȲ ŕŴȞĝȲ ıŅęƨƊƬŚƊĉȳŶŊǎāĖāǛƉdžĉôĜƊĉȲÐƆŴŅôȓņľ
ŕÿǧĝ ǁƯęȣƥ ŶűŊġƗĉȲÐ ġėāǻėdžŶƛŶĜęāŶāùŴŴƱűļľāȳ
ƶŊùȳ
Ȏÿdž ǎĉȐ Ƅôƥ Ȏÿdž ǎĉȐ Ƅôƥ  ƆŘ ŶȎÿdžǎĉȐƄôƥĜćƬƶljöȳÏűƴúĆĄƭùŗƉĄdž
Ŷĉġĉƫ ňñ ƱŊùȳ Ɗ÷ŚŴ ŶǦò ƆŗƄ ŶƭŴ ƶŕƥñŅŚ ŶȎïdž ǎĉȐ ƄôƥȲ ÏűƳ ŕǶĻĉƊą÷"Ð ŊƶŊù āś ƶāǦƱŴȲ ŶűŊġŴ ŶƛŶǦĉǦĉ
ñdžƢŘƧDŽŶ Ɔŗ ƶǦŅƄŴ ȣùdžŗ ƯôŚ ĉƟŴ ƶűǦęȳ Ŵdž úĆ Ąƭùŗ ġėāƊĉ űŶűŊġŴŶƖűôöȳ
ŶǻȞŘŚŶƛŶǡŊęƱƱƙƛęȳ ŊƶŕȞ÷ôǁ āŊĖ ƢĮņȲ ǡĉǦĉƨȲÐ ƆŴŅô űŊġŴ Ɖĉ
ƆŶȣŚĩƶǡŊęȳŶȎÿdžljïdž ŶȎÿdžljïdžƄôƥ
Ȏÿdž ǎĉȐ Ƅôƥ  ƢŚĕ ÏÿljęƊĉ"Ð ƶŊùȳ
ŶǦòȲ ÏljÿŶǏ ÿNjęƊĉ"Ð  ƋĈ ƄŊ ÿlj ƄôƥÏƆŗúĆƶĜėāƊĊ ïǁ ŶġĄƭDŽ ÏƆŶŘdž ƃƘ Śljùǃ ƌňŴ"Ð ƃùŴ ŊāǢġ
ŶƛŊôŴ ŊƱŊĔľęľ ƌùƃŚ ƆŴŕƢŶǾȞȲ ŶǦò ġėāƱüǢġƆŶŕűdžĕȲŅǻ ĄŶȞġŶĔǎƄDŽȳ
āŊęŘŖ  Ìĉöā ĉöāÍ ŶǦòȲ ÏŕġƂ Ƣǣý ŕġƂ ƃùƊĉljıĝȳƆƳŴdžúĆ ȎÿdžŚƴĔŊƆDŽŶġĄƭDŽȳȎÿdžŚƴĔŊƆDŽűġŕƧƯô÷
ƶŊùȳ ƢǣýÐ ƆŴŅô ƄƄŊ ƆƶŶŴ ĄƭùŗġėāƊĉȓņľƆŶŕ ŶĔnjƄDŽȳ Ȏÿdž ŚƴĔŊ ƆDŽ  ĴŊ űŊú űŗ ĉƣľ āŊėƤ
ƶƭęȣȳ Ʊdžűdžĕ ǦŶȲ ǎįġ ǁôŶȳ ljïDŽȳŶȎÿdžŶġĄƭDŽ
ŶȎÿdž ǎĉȐ Ƅôƥ 
ȓňā ƯȓȣŘŚ Ŋĉġėā
ƢęįƤ Ŵdž ŕġȡ Ĝ÷ĉŘ Ȏÿdž ǎĉȐ Ƅôƥ 
ŶƖŕƉÿāġƨ āġŊ āljĕȲ
ƄĹNjąȲÏƢǣýƆǂÍĊȲŕġƂ ĉĤŕ ĉĤŚȲ űŗ ƎƭęŊ Ɖú
Ð ƆŴŅôȲ Ąĉġ űŊġŴ Ɖĉ
Ŷġėā ŕŅǡĝȲÐ ƃõ űŘ ĄĄöĝ ƶĉıę ąĹŚŶ ČťĴʼnùđģéƘ
ƆűƯùùƶǡŊęȳ ųƺćėţȇ
ĄƭùŚŴŊǦņƆŶƛŶǻĬĄ÷ ŊęïŶŶƄǢǎùƄŇ÷ȲÏāǛ Ǿďħ
ƱƱƙƛęȳ ǎć ĜƭŚ Ưėȣŗ ƄƘõ Ɔǂ ŶȎÿdžǎĉȐƄôƥȞȐą ųđôć
ƆĊȲdžƄƛôƊĉȳƆŕƣűŴŊ ƱǁĶęȓȳ ÌljƘĄÍ ƆűƉdžŅôȲ
ሓዳስ ኤርትራ መበል 28 ዓመት ቁ.116 13 ጥሪ 2019 - ገጽ 6

{ćˆŽȱ¾Ì
1042

ÃßâΎÚ¼+8ΎœÖŇ 124256

Ɔǂ" ñ÷ƧűśĉŊĄęŚưƶŕĔǤǡȏŶŴdž ŊĉƟŶ ĉĔȏȳ ƆƳ Ƅȑėǃ ŶŊĔŚ


ƄćƙĖȷ ȓņľ āś ƄġĄĚĉȲ ĉƛȡù ǦƵƇĉ ƶŅȓýŶ ƯnjŘŚ ƉƄ Ʊú ƯnjŶ ïŊŚŶ ġǎėƗĉ
ŚāƱų ĉñ÷Ƨƌ ƱǡŶƶŊ ġôƶƜű ǎć ƉƉĉ āǣ ƶȞľǏ ĬnjĉűŚ Ƅȑėǂ Ɖĉ ƶnjùƨ džǦŅęȳ ŅƳ
ŕÿǪĜùƌȳƯnjdžƧĔġƆǂƎŶŊù ŊĉġėƯƎƛȞõdžǞĄęȳƄŊƯnj ƉƄ ïŊŚŶ ƯnjŶ ƄŋƗĉ ŊŶȏę
 k› ƉúŴ ŊĄŶȓę Ğŏ÷Ƥ āǦŴ ĉƛȡù Ğŏ÷Ƥ āǦŴ ljĔǜŘŚ ƎŚȞùǷ ŚƛƆõ ƃƗĉȳ űƳ
ƎŶęƆLJƆŶŕƏdžŶŴȲƢĔġŗƱúƯnj ƄƧȓƃõ Ƅúȳ ŅƳ ĄĜĔŚ ĉęƊġ ŊĉǦňę ǎć ŶġǎėƗĉ
ĄƥŗƄȑęLJĉƉdžƉȞõŊȓþśĉ ŊĹnjĉűŚƎƛȞõƄôƨĉŕňîúĉ ƎŚƢęĝŶ ƱdžƎŚƢęĝŶ ŚƧġŲ
ƄćƙĖȷ ðúƧ ŴŊ ĉƛĖ Ɔǂ ƶŊȓĂĉȳ ÿNjƇĉ ŊĊŚ ĉġ ƎÿŖ ƎƢġNJŶ Ŋȣȏĉ ƶƎƄù ŊāǣŕűŇĚĉƱôƣƯnjŘŚȲŶĬŊĖ ćôŚƆǂȳ
ŊŕøȤŶ ljƤùƌ ƄôƙȲ ĄŶ ƎŊù ƶȣô ǎć ȣęĮ Ŵdžŗ ƶƧĔġ ƱdžĉƟŲ Ɔǂȳ ÿlj ÿlj ƆƥŶ Ɔŗ ƄƧėĞ ƶƢȏ ƢȑƃŘŚ  ƆLJĉȳ lj÷ǃĉƛĖȷŴdžġǎėdžƎƢęġ
ƌŅdžƉŚǎƧùƄúƙ" ŶŊĔŚŴdžŗĄȑĉǎŗƎƖƧŶƉú ƯnjŊƲāƎƖƧŶġôƶƛƆùȲƶȎŶü ǎāĖÍƳ ǎć ŶĉāljėŶ ĉȓėdžŶ ƄdžljùŶƆǁŴdžĉňùĄĜùƄúų
lj÷ǃĉƛĖȷƄűƄġĄĚĉƆŊïùȲ Ɔŗ ƶŕĔȞ ȣęĮ  Ɔǂ ŊƧõnjŚŶ ïŊŗ Ąƥŗ ŊĉùƂ ĄƛȞö Ưnj ƧęĞĄƥŗƶƢȏƢȑƃŘŚȲƄŊ ǎǂ"
ƌŊ Ɖŕć ĄŶljȞė Ɔǁ ƶǎƧù ƌùƇŚ āǣ ƱȣıljúĉŶ ƶƧĔġȳ džƖƧŶÍĊƢĔġŗğŶŗĉƉdžĔƖņ ƌùƄdž ljĔǜ ŕĜĖưĉ Ƅôƣȳ ƄŊ
ƄćƙĖȷ ŊęǦȓȲ āǣ ƶƜű ĜŊ
ƱôƗȳ ƄŊ ŴŚƊĉ Ǣnjdž ǎć ƄǍƗĉ ƶŕęȣõ ǦƵ Ǝñõ ƶƎƄù Ɔǂȳ ğùğdž ljĔǜ ĉƛȡù Ưnj ƶŕĜęƫ
ƄĹNjć ŊĊŚ ġôƶŕȞùǁŚ ŴŘ ŶĄƥŗ ƎƢęĢŶ ƱdžƎƢęĢŶ ƄŊ
ƄćƙĖȷȓņľƄġĄĚĉƆŶŘdž ƆŗĄĜĔŘƤŚęǢĉƯnjŶƧęġŶ ǎćȲ ŊƶŕȞ÷ôǂ ĜňŚŶ ƶŕȞ÷ôǂ
ŊȓþŚ ƆŶŘdž ǥęƊĊ ƎȞùǻ ĉęȃƂ Ɔǂ Ɖĉ ƶĉęƏġ ǡdžęƨȳ
ƎƆƱƱƌ" ǎć ƆƳ Ɔǂȳ ŶƢĔġŗ ıǎĆ ĉƛŶDŽŘŚŶ Ąƥŗ ƶƆƢǏĉ
ġôƶljôƗƆǁȳ ƶƜű Ŋāǣ Əű ôŅƥ ƎƢęġ ĄĜù
ƶƄǡĔ ƎŶĄƛĚĉ ƱúŴ ǎć űƳ ƯnjŘŚ ƎƜŲ ƉôƣȲ ǻƢė ĬôŊ
lj÷ǃ ĉƛĖȷ Ƅű ƌŊ Ƅāƥŕdž ƶŕƥñŋ ĜŊ ŶïŊŗ Əű Ưnj Ąƥŗ
lj÷ǃ ĉƛĖȷ Ƅï Ƅű ƎğŊ ƶĉùƉŚƆǂȳĉƛŶDŽŖĄƥŗƌŊ ǎć ƄŊ ėŊƭdž ljĔǜ ĉƛȡù
ƶƭŅƗ Ɔǁȳ Śāŕdž ǎć  ǡĉǣą ƌŊ ƧęĞ Ŵdž Ąƥŗ
ƶƶƎĚÍƓ ƆƳ ŶŊĔŚ ƄǍƗĉ Ɔǂ ƶƧĔġïŊŖƶƛȞùƯǎƂƶŅƶā Ưnj ŕűŇĕ ŶĔƛŋȳ ƄŊ ĄƢnjƆŘ
IJùƫ Ƅôƣȳ Ƅljdž ıǎĆ ÿDŽô Ɖĉ ƶŕƄùǁ Ɖȣùǻ džƛƆù Ɔǂȳ
ƶŕŅïùŴLJ ǁôŶȳ āǛÍĊ ƆŶŘdž ƆŶŕƏdžŲ ƱdžĉƧėĝ ƎĉĔȓ ǎć ŊôŅƥ ŶŊĔŚ ƶŕÿǎǡúĉ
ƭĄŘŚŊĊŚŕȞùDŽȳƄŊƳĬĔň ƆƳ ƌŊ ƧęĞ ĉƆ÷dž ƄŊ ƧĩǸ
ƎǦŅędžƎƄù" ġôƶƎƄùȳƧęĞƶǦŅęƌŊĄƥŗ ĜňŚ ǎć Ɖĉ Ưnj ŕÿĞņ
ǦƵ ǎć Ƅŋdž ŊƶÿljĚ āćĉ ÿlj Ƣęþ ƌŊŗ Ƅȑėǃ ŶĉƧėġ
ǡô ĄƛĜŊ ĔƘŊƌ ŶĉƧȑƆ ıǎĆ ƢĔġŗ ŊȓþŚ ĉƧğǏĉ
ŊĊŚ ŕȞùǂȳ ƄűŶ ǁāƥŕdžŶ ƄćƙĖȷ ƎğŊ āǛ ŊȓþŚ ƶȎƧƭõǦƵǙĆĕƉȣùǻdžƛƆù
ƶƭôĄ ƆŶŕƏdžŲȲ ŶƱǁƛġŅƌ džƛȞõȳ ƆƷĉ ƯnjŘŚÍƳƄśĉ
ǎć ÿŶŗ ÿŚűŴ ƆŚŊȓÿŴ ƄǍƗĉƉdžƢĜǎƊĉƆŶŕȎųāƊĉ ƆǂȳŕĹňùűŚƎñùƨƆŶŕƏdžŲǦŶ
ĉȓƭęŶ ƢȑƃŘŚ ĉǦňęŶ ǦŶ ĉġ ŕƖȣõ ƢdžÍƧŶ ŊĉùƇĉ
ƆŴŕƄôŴ ƃŴ ŶűŊę ƱúŴ ƎğŊ ƆŗŴdžŊęƋŶŊĔŚŊĉùƂƄú ŊȓýȣŶƄŊıǎĆĄĜƙƎęŶ
ƎğėƆǂȳ ƉdžŕƖȣõ ƢĔġŗ Ŋȓþśĉ
āǛ ƉƄ ġǎėŴ ŊƶÿljǢùŴ ȎǤ ćôŚġôƶƜűŊĉùƂŴŊƊùƗĉ ĉġ ƶǦŅęŶ ŶƄȑėǃ ŶŊĔŚ Ɖĉ
ƄdžÿŖŶ ƄdžƢġNJŶ ƆLJĉȳ ƄŊƳ
ƆŴŕƄôŴǎÿŶŶűŊęƄúŴƎŊù ƄāƥŚŊćƯĔdžĉĬù lj÷ǃ ĉƛĖȷ ƶűǡęƌų ÿŅĘŘ ƶȞôǼ ĉġ ƶĔǤǡȓŶ Ɔǂȳ ƆƳ
ŊŶȏęƎŶęǎƇƱúŴƆŶŕïùǂǦŶȲ
ƆƛƆù Ɔǁȳ ƆŶŕƜű āǛ Ŷƭdž lj÷ǃ ĉƛĖȷ ƆƳÍƓ ŕĔNjƂų Ŷȏę Ɔǂȳ ǦŶ ƯnjŶ ïŊŚŶ Ąƥŗ ƎǡŊę ƶƢĜű ƢėĞ ƎȞùǼ Ʊôƨ
Ąƥŗ ƶǻƢĕ ĜňŚ Ɖĉ ƧõnjŚŶ
ƱǁľġŶ ƱĔňŘŚ ǁǤǻąų Ƅôƣȳ ƆŶǎǂȲ āś ƏdžŲų Ʊú ŶƯnj ŊĉŶȓȑę ƄǁŴdž Ɖĉ ƶŅƶā ǎć ƆƳ ÿŶğŊ ĉġ ƢĜű ŊǹƯğ
ƢôǎŶȲ ƄāƥŚŶ ƄÿŚŶ ƢƱŕ
ƶŕȞ÷ôǂ ĜňŚ űŋƗĉ ŶƆƧǏ ƶĉùƉŚƆǂȳ ŊƖĄdžƎŶȞùǼŶƛƆù" ŴŊ ƧęĞ Ǝĉôġ Ʊôƨ ŕƛƆú
ƆŶŕïùLJĊȲ āǣ Ƅȣ ŕǶƢęŗ
ƃŴ ƆŴŅõ ŊŕljǤǤĆ ŴŊ ǡƴŴ ƄćƙĖȷĞŏ÷ƤāǦŴƉĉƶǡùȔȲ ƄćƙĖȷ ƄŊ ljĔǜŘŚ Ąġęā ȎŇŊ ĉƟŲ Ɔǂȳ ƄdžƢęġŶ Ɔǁ
džŕƭȔ ƄdžŊùŶ Ɔǂȳ ǻƢė Ƣdž
ƆŴĄȏ ƄĤǣĚąųÍĊ ǡô ĉƛĖ ƄƧėĞ ŊĊŚ ƄŊ ƶȣôǁõ ǦƵȲ ƧęĞȲ ǎāĖ ƢĔġŗ ĉƟŷĉ ƎŚŊù Ȏųāƌ ƎƢęġ Ɔǁ ƎŚŊôõ
ĬôŊ Ɖĉ Ưnj Ąƥŗ ŕÿĞņ ƄŊ
ƆŶŕïŊƊĉų ƃô Ɔǁ ƶǎƧù ƢĔġŗïŊŗĄƥŗǻėāƱdžƏűƯnj ŊĄġęā ĉƆƥǞ ǤƵǹŶ Ƨğŵ ƆŚƛƆôõƄǡňŊƧĝŶƆǂȳƆŗ
ėŊƭdžljĔǜŕƖȞùŗƯnjŕĜĖƫ
ƱôƗȳ ĄƥŗÍƧŶ ƎƢęĝ džǦljNJ ƆLJĉȳ ʼnŚȣęǎŶƶĄȓƆĉȓėdžŶŊĔŚ ĉƆ÷dž ŊƱdžȣļǎƌ Ƣdž ŊĉŚ÷ù
ƄúȳƆƳćôŚǎćƆśĉƶľôņ
ƄćƙĖȷ ƄĹNjĉƌ ƄǍƙ ĬNjć ƆƳ ƎŊïù ƆŶƉú ǦŶ Ɔŗ ƢėĞ Ąƥŗ ƶŊïù Ąġęā Ƅúȳ ƆƳ ƶŕǡŊĔ ĉŶňĕ ĉġ ƶĔǤǡȓ
ƎŶljdž ƶĄǶŲŶ Ŷƛljdž ǦƵŶ
Ɖĉ ƶƭĔȞŚ ƃƙ űǣęƌų ŵęƌÍĊ ƯnjƄƧėĞƂƌŊŴdžŊāŗïŊŖ ĄġęāÍƳǎćŊǡôƌŊśĉƢĔġŗ ǻėā Ɔǂȳ ƆƳ ƉƄ ƄdžƢęġ Ɔǁ
ƎľôņƢdžƎǻƢĕdžƛƆõŊāǣ
ĩƫŶƧęĞƄĄùƋŚƊĉƶǡŅęƊĊ ƢdžŶŊĔŖdžƖȣúćôŚƄdžƏűŶȳ Ƣdž ƌùƆ ĜŊ Ŋĉĉėȓ džƌǁǎȳ ŶĉňùĉñƥƛƄǡnjĞƱdžĉƟŲƆǂ
ŕǡĉǣąŶĄǶƢĖƇĉāǣdžƄƎù
űǡęƆŶŘdžűdžĕ" Ưnj Ąƥŗ ƌŊ ŶŊĔŚ Ąƥŗ Ɔǂ ƄŊƳĄġęāƆƳǎćĄƥŗƱôƨ ƱĔǎƄŴȳ
Ɔǂ ƶŅú  ĄǶŶ ŊƄȑėǃ ƧęĞ
lj÷ǃ ĉƛĖȷ Ƅljdž ŊĊŚ ĉġ ƶƛȞùȳƎğŊÍŗŶŊĔŚƢdžïŊŗ ïŊŚŶ ƯnjŶ džȣôǻȳ Ɔŗ Ƅȑėǃ Ɖĉ ƶƢïŋĉ džǦŅęȳ ƆƳ ćôŚ lj÷ǃ ĉƛĖȷ ƆĊ ÿƢdž
ŕȞùǁŚ ǎƄ Ƅŋdž ƄŊ ǤƵǹ Ąƥŗ ƶƧnjƆ Ʊú Ưnj džƛȞùȳ ƧęĞ ŕňîõ ƶŕĄęȎ ĜŊ ƉƄ ǎćŶǻƢėƶƛȞùƎȣöŚıǎĆ ƎľȓùÍƓĉljôƗȳǦŶƱúųāğŊ
ƉĉƱƧȓƁ ƆŶŕƱdžƏdžŲȲ ƌùƆ ƶȎŶüŶŊĔŚĄƥŗƯnjŶĉƛȡù ƄĹNjąƱúïŊŗĄƥŗdžĉƶǦŊŶ ŊôŅƥ ƢĔġŗ ƶƜŲ ĜňŚ džƛȞù ƱĹȓôųƄdžĄġùƆǂƱúÍĊƶïŊƌų
ƶƶƎĚ ȣȑĈ ǁôŶȳ ǦŶ ŶĉŶŘdž ƱdžƄƎù ƆŶŕƝű ǦŶ ŴŊ ŊāŘƤ ǁĄÿǎęŶȲ ĬȐõ ƄŊ ƶŕȞ÷ôǂ ćôŚƆǂȳ ÿŅĘŘ ƄĹNjĄ ƁĄġǦŶȳ ŊĹȑö
ŴdžƶÿôȞÿŗŚƌų" ŶŊĔŚ ƢėĞ ƶĜǦę ƄdžƏűŶȳ ƆƳ ĄŶǦġŘƧŶ Ǧ÷ƧŶ ƄŊDŽŕ ƆŴljƢùƊƎÿŕƌƆǁȳǁĹŶǁôdžȳ
ƶƖŅęƌlj÷ǃĉƛĖŴŊǢnjdžƊĉ
ƉƄƄŊŊāŘƤŶŊĔŚƢĔġŗƎƆś ȓāȞŚ ŊĉƙǎŶ ƄŊ ƶŕȞ÷ôǂ
ƄćƙĖȷƄŋŶƄljŶƄŊÿnjęĜŊ ĉġƆŶĄȓƆƆƧŶƌŊƳƶȣôƄǡňŊ ƄćƙĖȷ ǡŶƱŊƌȳ ŶƶƜű āś
ƶƎƄùƱdžĉƟŲƆǂƱĔǎƄŴȳ ĄėƖŇŊƲÿŶĉùƎŘŊĉƧȑƆŶ
ŊęƋ ƆLJĉȳ Ɔŗ ƄŊ ǦƵ ÿnję ƶƛŕùƄdžƏűŶȳŶġƙƉĉƭŇǡƴ ǎõƥŚ ƃŴȳ ĜĜŴǂ Ɔĉűǁùƌȳ
ŶƆƧǎ ƃŴ ƶŊõ ĜňŚ ŊĉƯnjĉ
ćôŚ ƌŊ ǦƵ ĄęƯƇĉ ǙĆĕ lj÷ǃ ĉƛĖȷ ƢėĞ Ưnj džƢęġ ĄǶŶ Ƅȑėǃ ŶŊĔŚ ƶŊïù ĜŊ ŠƧŠƧȳ
Ǝñõ ƶƛƆù Ưnj ƉȑĖ džȣŚŶȳ
ƶŕǶęǁ ŶŊĔŚ ŊćƯĔ ȞȣęIJĉ ƆǂƎŶŊùƉúŴǎƄƆŶŘdžćôŚ ĉġƄāƥŚƌŶƌùƇŚĄľęŊƊĉŶ

q‘ȠÌ
ǤñNj ƶƖƧŶȳ ƄŊ ŶƆġűŖ ŊĺƯ ÏƄŶŗĄęƭŚȓňāŚƜųÿćŚȲ ƆśĉıǎĆğ÷ğƄęŊƭƭĄŘŚ
ĄŶƆĜdžŶĉƟŶƱdžƉƄôŊĺƯƄŋ Ð ÏƆƳ ljƄ ƶėŊƯ ƆŶǎǂ úĆ ŶƄŋűŚŅĻưĉƶűŅĕúĆǁôƣŶȳ
ĉƟŶƄdžƉƄúŶȳŊĺƯƄŋŶĉƟŶ ƶėŊƯ ȓňā ŕġŘdžȲÐ ƶŊõ Ɔśĉ ĩƫ ĄŶƆĜDŽŚ ƶűŅĕÍĊ
šaΎ ´Œ Ʊdž ƉƄô ŊĺƭŚ ĄŶƆĜDŽŚ ƉȣĖ
ƄdžƌùŶȳ ĉŴùňŚ ŊƯǎù Ƣdž
Ŋî÷Ś ƄôƣŴȳ ĄęƭŚ džŶƥā
džāȎęǦƵŊľƯŗǎDŽƱdžŊľƯŗ
ƶĜęýŶ ƶĄïĕŶ ƶįôĝŶ ƄŊ
ĄŚƉúĉ Ĭǻ ƶŅõŶ ƆLJĉ úĆ
ŊƉňŊDŽƤȓùƥƆŶŕȞĔǂƉƄŴŕdž ÿćŚĉƟŴƄdžŕęȡŶƆǂȳôňĉ ŅŊljĔǞƂƄŋŘŚƱôƣȳƆƳƄśĉ
ƃŶǛćƭĪŕƢùlj ƎŊúĉ ƄdžƎƆùŶȳ ƎƖŊęÍƧŶ ÿćŚ ĉƟŶ ƶȣŕƥ ƆŶŕƏdžŲ ƉƄűŅęŗƄdžƏŲŶȳĉŴùňŚűŅęŗ
ƄdžƎƆùŶƆǂȳŊĺƯƄ÷džŶƄġėāŶ ÿćŚĉġƏűŚƄdžƏűŚŶƎŚùŊĉ ƏdžŲ ƶġĉƯĉ ƆŶŕïùLJĉ ǦŴ
ÿljāŊĔŕĜŊŊƶŕȞ÷ôǁljĔǜ ŶƶƏŷŶ ƉƄ ǁĉāĔõŶ ǁȎŊĹõŶ ƎƖƧŶ ƱdžƉƄô ŊĺƭŚ ĄŶƆĜDŽŚ ŚƛƆùȳĄęƭŚƆŶƉ÷ƆDŽűŗƄlj ŶƄŋűŚƱdžŅıƫǻėdžƃLJĉƎƜŲ
ƎöƯǎĄƱôƨĉĜňŚġôƶĿĄȲ Ɔǂȳ Ɔŗ ƶŅľư ƉƄ ƄęňāŶ ƄǁȣęŶȳ ÏƄŋ ƏdžŲ ƱdžƎƆúġ ĉƟŶűŗÿćŚĉƟŶƎŚ÷ĄǏŶ ƶƛƆõȳƆśĉƶŅıƫǦŴdžĜęý
ƶŕȞ÷ôǁ ljĔǜ ŊľƭŚȲ ƭľĆȲ ŕĔňāŶ ƏdžŲ ƄŊ āŊĔŕĜņ ǻį ĄŶƆĜdž ƄdžıĔŊȲÐ džŊõ ƎŚùŊĉŶ ƱǎùDŽȳ ƶėŊƯ ƉƄ ƄôƣȳǎāĖƭĜęŕƭĄŘŚǎāĖ
ƄŕÿğġňȲȣùǶŚȲǻŅŊŶƶŕȞ÷ôǁ ŅŊljĔǜƯŊǁŖƄŅęƋŖŶƄǡùǣõŶ ôňćŚȳ Ƅŋ ĉƟŶȲ Ƅ÷ǃ ĉƟŶ ƯǎĄ ġô ƶƢĜƖ ŊljĔǜ ŚƧùNj Ưġė ƭĄŘŚ ǎāĖ ğ÷ğ ƭĄŘŚ
ljĔǜƄǡùǦúŚŶƄŅęƎśŶƶƧŶŲ ŘĖƗƄȎŇĺdžÿùȣȳ ƎğŊƎŶljdžƉŇǎĉƟŲƶŕĔǎƂ ƄdžƏűŶ ŕġŘdž ƶŅïùȳ ƶėŊƯ ƉƄ ƌŊÍƴ ƭôĉ ǦŋƇĉ ȞȐĊĉ
ĜňŚdžÿĭȣȳȓņľŴdžĉƧǎnjŊŶ ƃLJĉȳ Ɗõ ƭdžűŚ ƄŋűŚ Ĭöù ƆŶƉúĉġȎĔǁŶĉġŕȎĉljŶƆǂ ƎÿùȟƃLJĉȳƆŗƢNjƄęňƭƱú
ĄŶƆĜdž ƄŊÍŘ Ǝö ƯǎĆƂ
ĉĉù÷ƆŶĉġęėƯŶŊľƭŚƱǻĔǁ ƄdžƏűŶȳŴdžġǤƄŋűŚȲŴdžÿğňŚ ŕġŘdž ƶŅïùȳ ȓňā ƱdžŚėƄLJ ƢNj ĜŊƭ Ɔŗ ƢNj ğ÷ğ Ʊú ƢNj
ŶƶŕŅ÷ôǂ ljĔǜ ƯŊǁŚ ƎŅıƯ
ĉġ ƶƖƧŶ ƉƄ űƳ ƶŕȞ÷ôǁ ȎǤ ƄŋűŚȲ Ŵdž āùĉŘŚ ƄŋűŚȲ Ŵdž ÿĔġŘdž ÏƌŊ ƶėŊƯ ƶƢƭôõġ ġğ Ɔŗ ƧNj Ưġė ƢNj ÿĉğ ĉġ
ƆƗù ƭľĆ ġô ƶƧŶŶȲ űƳ
ƶƧŶŲĜňŚƄŊƶǦňƆljĔǜƯŊǁŚ ƯŊǁŚ ƄŋűŚȲ Ŵdž ôƧǻŶ ƯŊǁŚŶ ŕġŘdž ƱėȞljõȲÐ ƆŴŅô űśĉ ƏŲƖ ŅŊljęǜ ƯŊǁŚ Ƅŋ ŶĉƟŶ
ƭľĆÍƳ ŶĝŶ Ɔśĉ ƌŊ ŴŖ Ǝö
ƄĹĆǷŴŊƶŅĔƖljĔǜĉƯňôŶ ƄŋűŚȲ Ŵdž ǻŅŊŶ ùŋŴŶ ƄŋűŚȲ ŕġśŚ ȎĆNJ űśĉ ƶėŊƭŚ ŴŊ ƎŅıƫ ǎLJĉȸ ŊƶŕȞ÷ôǁ ljĔǜ
ƯǎĄ Ŷ÷Ưö ƶęƉņŶ ÿĹżŶ
ġùǹűŶ ƎǎdžŊ džƛƆùȳ ôƧǸ Ŵdž ȣùǶŚŶ ĉęĉęŶ ƄŋűŚȲ ğƯĖŊ÷ƯƆŶŕȞŶdžƨĉȓŶāƃõ ƯŊǁŚ āŊĔŕĜŊ Ƅŋ ŶĉƟŶ ƄŊ
ęŚƭƧŶ Ƅŋ ŶĉƟŶ ƶŅľƫŶ
ƱǁĶęȓ Ąġęā îƢŚ ġô ƶƜű Ŵdž ȎǻŘŶ ƧāġűŚŶ ƄŋűŚȲ Ŵdž ŴŊ ǎƛűŖȳ Ɔŗ Ŷȓňā ƶÿġŊ ĄŶƆĜdžƆǂƶǞĉęȳƆŗĉġÍŗƄŋ
ĉġ ƶĜęāõ ŶƯŊǁŚ āŊĔŕĜŊ
ƉƄ ƆŴŕŕƙƛƁŶ ƆŴŕćÿǁĤŶ ƧnjŅŶŶıÿŚŶƄŋűŚȲŴdžȣľęŶ ÿĔġŘdž ǦŴ ŶƶėŊƯ ĉġ ŕġŘdž ŶĉƟŶ ƶŅľƪȲ ƄŊ ÿDŽù ġėāŶ
ĬȑùŶ ƧýġŶ džǡŊĚȳ ėƆŶ
ŶƶŕȞ÷ôǂ ĄǎĔƙŚ Ąĉġ Ĝ÷ĉŶ ƄŋűŚȲ Ŵdž ȣŚāŶ ÿęűŚŶ ȎĆNJƆǂƱȓęLJȳƄŊŴŊęƂƉƄ ĉęĉęŶ ŚĉñęŚŶ ƶŕȎĉlj Ɔǂ
ňñǦŶ ĄŶƆĜdž ŊėƆŶ ňñǦŶ
ŊǎòŘśĉŶ Ưǎ÷śĉ ȎǤŘśĉŶ ƄŋűŚȲŴdžŘĖƛŶĬȑùűŚŶƄŋűŚ ĬȑùűŚŶƧāġűŚŶdžñùƨȳƄŋűŚ ƄŊĄȑƃƄŋĉƟŶƶŅıƯȳŊĺƯ
āŊĔŕĜŊŶ Ƅŋ ŶĉƟŶ ƶŅľƫŶ
ƆŴǡǶĄdžűŊęȳŊƶŕȞ÷ôǁljĔǜ ƢƱŕ ŶƖĉƳƄśĉ ƶŅľƫ ƄŋŘŚ ƌŊ ŶƆġűŚ Ɔǂ ƶǞĉęȳ ĄŶƆĜdž ƄŋŶĉƟŶƶįôġĄŶƆĜdžŶúĆ
ƄŋŶĉƟŶƱdžŅľƫŶƭŅdžŗĜňŚ
ƯŊǁŚƄŊƶŕȞ÷ôǁĬȎ÷ƄŋĉƟŶ ƶĔƖŅ ƯŊĔŕĜŊ ǡġǤġŶ ƎņęŶ ŊŚĉñęŚŶ ġėāŶ ĉęĉęŶ ƄŊ ǻľĆ ŊĉƧƭù Ɔǂ Ŷȓňā
Ǝȓú Ŷņę Ɔǂȳ ŊĹŶNj ėƆŶ
ƄúƧõǎĉƟŶƄúȲƄ÷ǃĉƟŶ Ɔǂȳ ŊĺƯ Ƅŋ ŶĉƟŶ ŊŶƆġűŚƌ ŕȎĆNJ ĉġ ÿôȤ Ɔǂ ŶƄŋűŚ ƉȎŊļƶĜęāȳŊƱôƨȓņľŶƱǁô
ňñǦŶ ñƶŊŶ ïǡęŶ ĉŚǦňę ƄŊ
Ƅú ŕƄ÷ǃ ĉƟŶ ƄúȲ Ƅȣėǃ ǙĆęƌŚĄïĚŶŚ÷ĄǏŶűǡęƆǂȳ ƶŅıƯȳĄŶƆĜdžƢėĞƆǂȳŕĔƌŊ ȓņľƎȞǻędžŅ÷ÿŚȳƌŊȓĉǏ
ƆŶǦǎƭ ĄŶƆĜdž Ɔǂȳ ƆƳ ƖƄ
ĉƟŶƄúƄñ÷ƘĉƟŶƄúȳƆƳ ĄŶƆĜDŽŚ ŴŋŘśĉ ƆŴŕƖŕõ ïǡę Ɔǂȳ ƆƳ ǦŴ ŊƯǎĄ ĉĭȑę ƄdžŅƊęŶŊƆƂġôƶġėāȳ
Ŋĉĉù÷Ƅ ƄŋŶ ƧõǎŶ Ƅ÷džŶ
ƉƄ űŴŖ ǦǍŘŶ ÿ÷ȣűŚŶ ĄĜùŶ ŶƯŊǁŚ āŊĔŕĜŋĉ Ʊȣġġƨ ȑƯĖ ƱdžƏűŊġėāŶŚĉñęŚŶùĉĉǎŶ
ŕƄ÷džŶ ĄĉñęŶ ŕćïėdžŶ Ɔǂ ***
ƄôƨȳƄŊƁƆƥŲŊùƎƯŶƶŅľưŶ ƄŋŴŊĉƟŶƆŶƉ÷džƆǂƶƢġǏĉȳ ǻėdžƆǂƯ÷ĉƂƶƢıƯȳ
ሓዳስ ኤርትራ መበል 28 ዓመት ቁ.116 13 ጥሪ 2019 - ገጽ 7

ተስፋልደት መብራህቱ

እንታይ’ከ
ይበሃል ኣሎ? ቶተንሃም vs ማንቸስተር ዩናይትድ
• ንሞሪኖ ድሕሪ ምብራራ ኣብ ትሕቲ ኣላይነት ኦሊ
ጉናር ሶልሻየር ጽቡቕ ትግስግስ ዘላ ኢንግልዛዊት ክለብ ሎሚ ሰንበት ካብ ዝካየዱ ክልተ ግጥማት ፕሪመር ተዓዊታ፡ ድሕሪ 1960 ንፈለማ ግዜ ኣብ ልዕሊ ዩናይትድ ዩናይትድ፡ ድሕሪ ምምጻእ ሶልሻየር እታ እንኮ 100%
ማንቸስተር ዩናይትድ፡ መሳርዓ ንምድልዳል ኣብ ከተማ ሊግ፡ እቲ ዝለዓለ ኣቃልቦ ተዋሂቡዎ ዘሎ፡ ኣብ መንጎ’ታ ሳልሳይ ተኸታታሊ ዓወት ከተመዝግብ’ያ። ዓወት ኣመዝጊባ ዘላ ናይ ፕሪመር ሊግ ጋንታ’ያ። ብዘይካ’ዚ
ባርሰሎና ትዝምቢ’ላ። ዩናይትድ ንናይ ቅድም ተጻዋታይ ብ48 ነጥቢ ኣብ ሳልሳይ ተርታ ዘላ ቶተንሃምን ብ38 ነጥቢ እዘን ክልተ ጋንታታት፡ ኣብ ዝሓለፈ ናይ ቀረባ ሽዱሽተ እታ ጋንታ፡ ድሕሪ ወርሒ ሚያዝያ ናይ ዝሓለፈ ዓመት
ሊቨርፑል ብራዚላዊ ፊሊፕ ኮቲንዮ ናብ ኦልድ ትራፎርድ ሻዱሻይ ደረጃ ሒዛ ዘላ ማንቸስተርን ዝካየድ ጸወታ’ዩ። እዚ ርክበን፡ ኣብ ሓድሕደን 40 ሽቶታት ኣመዝጊበን ብምንባረን፡ ንፈለማ ግዜ’ያ ኣብ ኣርባዕተ ተኸታተልቲ ናይ ፕሪመር
ንምግዓዝ’ያ ወከልታ ናብ ባርሰሎና ልኢኻ ዘላ።ኮቲኒዮ፡ ግጥም፡ ኪኖ’ቲ ርክብ ክልተ ዓበይቲ ጋንታታት ምዃኑ፡ መን እዚ ናይ ሎሚ ምሸት ጸወታ’ውን ብሽቶታት ክስነ ከም ሊግ ጸወታታት ትዕወት ዘላ። ኣብ ሓሙሻይ ደረጃ ዘላ
ኣብ ዝሓለፈ ኣርባዕተ ጸወታታት ባርሰሎና ምስ ቀዳሞት ቀዋሚ ኣሰልጣኒ ዩናይትድ ክኸውን ከም ዝኽእል ቅኑዕ ዝኽእል ይግመት። ቶተንሃም፡ ኣብ ዝሓለፈ 11 ዝተፈላለየ ኣርሰናል፡ ትማሊ ናብ ሜዳ ዌስትሃም ከይዳ ኣብ ዘካየደቶ
11 ተሰለፍቲ ናይ’ታ ጋንታ ክስለፍ ከም ዘይከኣለ ዝፍለጥ ኣንፈት ዝህበሉ’ውን እዩ። ግጥማት ሓንሳብ ጥራይ ተሳዒራ ብምህላዋ፡ ንጉዕዞ ሶልሻየር ጸወታ ሓደ ብባዶ ስለ ዝተሳዕረት ኸኣ፡ ዩናይትድ ኣብ’ዚ
ኮይኑ፡ ኣብ ካምፕ ኑ ከኣ ሕጉስ ከም ዘየለ’ዮም ምስኡ ኣሰልጣኒ ቶተንሃም ፖቸቲኖ ካብ ዝመጽእ ክራማት ደው ከተብሎ ከም እትኽእል ገለ ገለ ተንተንቲ ይዛረቡ። ጸወታ እንተደኣ ተዓዊታ፡ ብ41 ነጥቢ ምስ ኣርሰናል ስለ
ቅርበት ዘለዎም ወገናት ዝገልጹ። ነዚ ዕድል ብእዋኑ ንቦታ ግዝያዊ ኣሰልጣኒ ዩናይትድ ሶልሻየር ክትክኦ ከም ኣብ’ዚ ጸወታ ኣጥቃዓይ ቶተንሃም ሃሪ ኬይን ሽቶ እንተደኣ ትመዓራረ ነቒሓ’ያ ንቶተንሃም ክትቀርባ። ድሕሪ ምውጻእ
ንምጥቃም’ያ ኸኣ ዩናይትድ ምስ ወኪል’ቲ ተጻዋታይ ዝኽእል ብሰፊሑ ይዝረበሉ ብምህላዉ፡ ጥምጥም ክልተ ኣመዝጊቡ፡ ንመጀመርያ ግዜ ኣብ ሸውዓተ ተኸታተልቲ ሞሪኖ ኣርባዕተ ሽቶታት ዘመዝገበ ፈረንሳዊ ፖል ፖግባ፡
ዝርርብ ጀሚራ ዘላ። ኣሰልጠንቲ ተባሂሉ’ውን ይግለጽ’ዩ። ሶልሻየር፡ ንዩናይትድ ጸወታታት ሽቶ ዘመዝገበሉ ታሪኽ ክስንድ’ዩ። ኣከፋፋሊ ኣብ’ዚ ጸወታ ደሚቑ ክረአ ትጽቢት ኣሎ። ንሱ ድሕሪ’ቲ
• ስጳኛዊት ባርሰሎና፡ ንኣጥቃዓይ ኢንግሊዛዊት ክለብ ካብ’ቲ ኣትያቶ ዝጸንሐት ቅልውላው ኣናጊፍዋ ከም ዘሎ ቶተንሃም ክሪስትያን ኤሪክሰን ኣብ 2003 ናብ ፕሪመር ሊግ ሓሙሽተ ሽቶታትን ሰለስተ ንሽቶ ዝኾና ኩዓሳሱ ዝሰርሐን
ቸልሲ ኣልቫራ ሞራታ ንምፍራም ንዝቐረበላ ሕቶ ዝፍለጥ ኮይኑ፡ ፖቸቲኖ ኸኣ ንስፓርስ ኣብ ክራማት ዝኾነ ካብ ዝመጽእ ካብ ሳንዱቕ ፍጹም ቅላዕ መቅጻዕቲ ወጻኢ ደቡብ ኮርያዊ ሶን፡ ብኣርባዕተ ሽቶታትን ሰለስተ ንሽቶ
ነጺጋቶ። ወዲ 26 ዓመት ሞራታ ብኣሰልጣኒ ቸልሲ ተጻዋታይ ከይዓደገ ዝበለጸት ናይ ከተማ ለንደን ጋንታ 19 ሽቶታት ኣመዝጊቡ ብምህላዉ፡ ካልእ ተጻወትቲ ሬድ ዝኾና ኩዓሳሱ ብምኽሻንን፡ ብብሉጽነቱ ኣብ ካልኣይ
ማውሪዚዮ ሳሪ ምሉእ ተቐባልነት ክረክብ ኣይከኣለን ክገብራ ክኢሉ’ዩ። ኣብ’ዚ ጸወታ ቶተንሃም እንተደኣ ዴቪልስ ክጥንቐቑሉ ዘለዎም ተጻዋታይ’ዩ። ደረጃ’ዩ ዘሎ።
ዘሎ። እዚ ኣጥቃዓይ፡ ካብ 21 ጸወታታት ፕሪመር ሊግ
11 ግዜ ጥራይ’ዩ ምስ ቀዳሞት 11 ተጻወትቲ ክስለፍ
ክኢሉ ዘሎ። በዚ’ያ ኸኣ ባርሰሎና ብወኪል’ዚ ተጻዋታይ
ንዝቐረበላ ሕቶ ከም ዘይትቕበሎ ዘፍለጠት። ብተወሳኺ
ፋብሪጋስ ናብ ሞናኮ ተጸንቢሩ
ባርሰሎና ዋጋ ናይ’ዚ ተጻዋታይ ክኸብር ከም ዝኽእል ስጳኛዊ ኣከፋፋሊ እንግሊዛዊት ክለብ ቸልሲ ሰስ ፋብሪጋስ፡ ናብ ፈረንሳዊት ክለብ ሞናኮ ከም
ብምግማት’ያ ገዚፍ መጠን ገንዘብ ንንኣሽቱ ተጻወትቲ ዝተሰጋገረ ወግዓዊ መርበብ ሓበሬታ ቸልሲ ኣፍሊጡ። ፋብሪጋስ፡ ኣብ ትሕቲ ኣላይነት ናይ ቅድም
ኣብ ዝብል መርጊጺኣ ክትጸንዕ ክኢላ ዘላ። መጻውትቱ ቴሪ ኦንሪ ንሰለስተ ዓመትን ፈረቓን ክጸንሕ’ዩ ምስ’ዛ ናይ ሊግ ኣ ፈረንሳ ዝኾነት ጋንታ
• ስጳኛዊ ኽዋን ማታ፡ ናብ ሃገሩ ተመሊሱ ክጻወት ፌርማኡ ኣንቢሩ ዘሎ። ወዲ 31 ዓመት ፋብሪጋስ፡ ዝሓለፈ ቀዳም ቸልሲ ኣንጻር ኖቲንግሃም ፎረስት
ከም ዘይደሊ ኣፍሊጡ። ማታ ኣብ ማንቸስተር ሕጉስ ከም ኣብ ዝገበረቶ ናይ ኤፍ ኤ ካፕ ጸወታ መዝነት ሓለቓ ጋንታ ተዋሂብዎ ናብ ሜዳ ከም ዝኣተወ
ዘሎ ብምግላጽ’ዩ ነቲ ኣብ’ዚ ናይ ወርሒ ጥሪ መስርሕ ዝፍለጥ’ዩ።ናይ መወዳእታ ፊስካ ኣብ ዝተነፍሓሉ ከኣ፡ ነቶም ብድሙቕ ጣቕዒት ዘሰነይዎ ደገፍቲ
ምስግጋር ናብ ስጳኛ ክምለስ’ዩ እናተባህለ ክጋዋሕ ዝጸንሐ ቸልሲ ብንብዓት ከም ዝተፈላለዮም ኣይርሳዕን። እዚ ሓደ ካብ ብሉጻት ኣከፋፈልቲ ዓለም ምዃኑ
ዜና ኣሉታ ዝህበሉ ዘሎ። ማታ ኣብ 2011’ዩ ካብ ላሊጋ ዝእመነሉ ፋብሪጋስ፡ ድሕሪ ምስ ኣርሰናል ዘካየዶም 303 ግጥማት’ዩ፡ ካብ ባርሰሎና ናብ ቸልሲ
ናብ ፕሪመር ሊግ መጺኡ። እዚ ኣከፋፋሊ፡ ኣብ ኦልድ ተሰጋጊሩ።ፋብሪጋስ፡ ነዚ ናይ ሞናኮ መስርሕ ምስግጋር “ዓቢ ክብሪ” ክብል ገሊጹዎ ኣሎ።
ትራፎርድ ዘለዎ ውዕል ዝመጽእ ክራማት’ዩ ከብቅዕ። ኣብ’ዚ መስርሕ ምስግጋር፡ ፈረንሳዊት ሞናኮ ዋላ’ኳ ንፋብሪጋስ ዝኾነ ክፍሊት እንተዘይሃበቶ፡ ኣብ
• ኣቦ ወንበር ለንደናዊት ክለብ ቶተንሃም ዳኒኤል ሌቪ፡ ሊግ ኣ ፈረንሳ ዘንጸባርቖ ብቕዓት ኣብ ግምት ብምእታው ግን፡ ጸኒሓ ንቸልሲ መቝሽሽ ክትህባ
ማንቸስተር ዩናይትድ ንፖቸቲኖ ንምውሳድ ትገብሮ ዘላ ምዃና ተፈሊጡ’ሎ። ሰስ፡ ኣብ እንግሊዝ ኣብ ዝጸንሓሉ ዓመታት ብድምር 501 ዝተፈላለዩ ጸወታታት
ላዕልን ታሕትን ክሰልጣ ከም ዘይክእል ሓቢሩ። ኣብ ልዕሊ ከካይድ ከሎ፡ ኣብ ትሕቲ ኣላይነት ሞሪኖን ኮንተን ክልተ ናይ ፕሪመር ሊግ፡ ክልተ ናይ ኤፍ ኤ
ኣሰልጣኒ ቶተንሃም ማውሪሲዮ ፖቸቲኖ ልዑል ተገዳስነት ካፕ፡ ሓንቲ ድማ ናይ ሊግ ካፕ ወናጩ ከም ዝዓተረ ሰነዳቱ ይሕብሩ። ብዘይካ’ዚ እቲ ተጻዋታይ
አሕዲራ ዘላ ዩናይትድ፡ ነዚ ኣሰልጣኒ ናብ ኦልድ ምስ ባርሰሎና ኮይኑ ሽዱሽተ ዝተፈላለዩ ወናጩ ክዓትር ክኢሉ’ዩ። ፋብሪጋስ ምስ ምምጻእ ኣሰልጣኒ
ትራፎርድ ንምግዓዝ 50 ሚሊዮን ፓውንድ ሰሊዓ ከም ቸልሲ ማውሪዝዮ ሳሪ፡ ሓንሳብ ጥራይ’ዩ ምስ ቀዳሞት 11 ተጻወትቲ ኮይኑ ናይ ፕሪመር ሊግ ጸወታ
ዘላ’ዩ ዝሕበር ዘሎ። ይኹን’በር ኣቦ ወንበር ስፓርስ ሌቪ፡ ኣካይዱ። ምስ ቸልሲ ዝነበሮ ውዕል ብምብቅዑ’ዩ እምበኣር ናብ’ታ ኣብ ሕማቕ ቆመና ዘላ ሞናኮ
ዋላ’ውን ልዕሊ’ዚ መጠን ገንዘብ እንተተቐረበ፡ ፖቸቲኖ ዝሰጋገር ዘሎ።
ካብ ቶተንሃም ፍጹም ከም ዘይወጽእ ኣፍሊጡ’ሎ። ናይ ቅድም ተጻዋታይ ኣርሰናል ቴሪ ኦንሪ፡ ነዛ ዘዕበየቶ ክለብ ሞናኮ ክኣልያ ካብ ዝጅምር፡ ኣብ 18 ጸወታታት ክልተ ግዜ ጥራይ’ያ ተዓዊታ ዘላ። በዚ ከኣ ኣብ ሰሌዳ ጋንታታት ሊግ
ንሱ ዩናይትድ ኣብ ርእሲ’ቲ ቀሪባቶ ዘላ ገንዘብ ተሪፉ ብ13 ነጥቢ መበል 19 ተርታ ሒዛ ኣላ።ፋብሪጋስ ደረጃ’ዛ ጋንታ ኣብ ምምሕያሽ ዕዙዝ ተራ ክጻወት ከኣ ደገፍቲ ሞናኮ ይጽበይዎ ኣለዉ። ፋብሪጋስ ኣብ ጥቅምቲ 2003 ናብ ኣርሰናል
ንዘሎ ናይ ኣርባዕተ ዓመት ውዕል ማለት ኣስታት 34 ምስ ተጸንበረ ብ16 ዓመትን 177 መዓልታትን ዝነኣሰ ተጻዋታይ ናይ’ታ ጋንታ ክኸውን በቂዑ’ዩ። ኣብ ታሕሳስ 2003 ኣንጻር ዎልቭስ ሽቶ ድሕሪ ምምዝጋቡ ኸኣ፡ ብ16 ዓመትን 212
ሚሊዮን ፓውንድ ክትሽፍኖ እንተኽኢላኸ ተባሂሉ ኣብ መዓልታትን ዝነኣሰ ኣመዝጋቢ ሽቶ ጋነርስ ብምዃን ፍሉይ ክብሪ ረኺቡ።
ዝተሓተተሉ፡ መልሓሱ ካብ ምዕጻፍ ተቖጢቡ’ሎ።
• ኢንግሊዛዊት ክለብ ቶተንሃም ዋጋ ብሉጽ ኣጥቃዓያ
ሃሪ ኬይን 400 ሚሊዮን ዶላር ምዃኑ ኣፍሊጣ።
ቶተንሃም ነዚ ኣጥቃዓይ ካብ ርያል ማድሪድ ንዝቐርበሉ
ዘሎ ጻውዒት ንምውዳቕ’ያ ነዚ ዋጋ ኣውጺኣቶ ዘላ።
ዮካሃማ ወዲ 51 ዓመት ኣጥቃዓይ ኣፈሪማ
እዚ ከምዚ’ሉ ከሎ፡ ማድሪድ ንኢሶኮ ብደይበላ ክትቅይራ
ወዲ 51 ዓመት ጃፓናዊ ኣጥቃዓይ ክለብ ዮካሃማ ብዘይስኽፍታ ተዛሪቡ። ንድልየቱ ብምርዳእ’ያ እምበኣር ጃፓናዊ፡ ንሃገሩ ጃፓን 14 ሽቶታት ብምምዝጋብ
ንጁቬንቱስ ከም ዝሓተተታ ተፈሊጡ’ሎ።
ምስ’ታ ጋንታ ሓድሽ ውዕል ምፍራሙ መዛረቢ ማዕከናት ጃፓናዊት ክለብ ዮካሃማ ናይ ሓደ ዓመት ውዕል ክትህቦ ናብ ዋንጫ ዓለም 1998 ከሕልፋ ከም ዝኸኣለ ሰነዳቱ
ዜና ስፖርት ኮይኑ። ካዛዮሺ ሚውራ ኣብ 1986’ዩ ዝወሰነት። ይሕብሩ። ምስ ኢጣሊያዊት ጀኖኣን ክሮሽያዊት ዲናሞ
ጸወታ ኩዕሶ እግሪ ጀሚሩ። ክሳብ ሕጂ ድማ ከይደኸመ ምስ’ቲ ኣብ 2004 ካብ ጸወታ ኩዕሶ እግሪ ዝተኣልየ ዛግረብን ዝተጻወተ ሚውራ፡ ሮቤርቶ ባጅዮ ዝርከቦም
መደብ ጸወታ ይጻወት ኣሎ። እዚ ዝመጽእ ወርሒ መበል 52 ዕለተ ኢጣሊያዊ ሮቤርቶ ባጂዮ፡ ኣብ ተመሳሳሊ ወርሒ መሳቶኡ ጫምኦም ኣብ ዝሰቐሉሉ፡ ንሱ ግን ኣለኹ ገና
ልደቱ ዝጽንብል ኣጥቃዓይ፡ ኣብ ናይ 33 ዓመት ናይ ዝተወልደ ሚውራ፡ እቲ ዝዓበየ ሽቶ ዘመዝገበ ፕሮፈሽናል ይብል ኣሎ።
ፕሪመር ሊግ እንግሊዝ ኩዕሶ እግሪ ሂወቱ፡ ዋላ’ኳ ኣብ ዝሓለፈ 19 ዓመታት ተጻዋታይ’ዩ። ንሱ ዋላ’ኳ ኣብ 2018 ካብ ዝተሰለፈለን 11
ኤቨርተን - ቦርንማውዝ 5፡15 ዝኾነ ዋንጫ ኣይዕተር፡ ጸወታ ኩዕሶ እግሪ ከም ዝቕጽሎ’ዩ ጸወታታት ሽቶ እንተ ዘይኣመዝገበ፡ ኣብ 2017 ብዘመዝገባ
ቶተንሃም - ማን ዩናይትድ 7፡30 ፍልይቲ ሽቶ ግን ብስታንሊ ማቲውስ ተታሒዙ ንዝነበረ ሕቶ ሰንበት
ክብረ ወሰን ክሰብሮ ክኢሉ’ዩ። እዚ ጃፓናዊ ኣጥቀዓይ ኣብ
ላ’ሊጋ እስጳኛ 1982’ዩ ወዲ 15 ዓመት ከሎ ናይ ኩዕሶ እግሪ ሕልሙ ካብ 1995 ክሳብ 2018 ማልያ ቶተንሃምን
ኣትለቲኮ ማድሪድ - ለቫንተ 2፡00 ጋህዲ ንምግባር ካብ ጃፓን ናብ ብራዚል ከይዱ። ወዲ ማንቸስተር ዩናይትድን ዝወደዩ ኣርባዕተ
ኣትለቲክ ቢልባኦ - ሰቪያ 6፡15 19 ዓመት ምስ ኮነ ኸኣ ብራዚላዊት ሳንቶስ ኣፈሪማቶ። ተጻወትቲ መነ መን እዮም?
ባርሴሎና - ኤባር 8፡30 ካብ ሳንቶስ ናብ ካልእ ብራዚላዊት ክለብ ፓልሜራስ ኣብ
ሪያል ቤትስ - ሪያል ማድሪድ 10፡45 ዝተሰጋገረሉ ኸኣ ኣብ ጎኒ’ቲ ናይ ፈለማ ብራዚላዊ ኣብ መልሲ
ኢንግሊዝ ዝተጻወተ ሚራንዲና ክስለፍ በቂዑ። (ሚራንዲና ቴዲ ሽሪንግሃም 4.
ኮፓ ኢጣልያ ኣብ 1987 ብ575 ሽሕ ፓውንድ ናብ ኒውካስል ብምምጻእ ፍሬይዘር ካምፐል 3.
ቶሪኖ - ፊዮረንቲና 5፡00 ንመጀመራያ ግዜ ኣብ ኩዕሶ እግሪ እንግሊዝ ዝተጻወተ ዲሚትሪ በርባቶቭ 2.
ኢንተር ሚላን - በነቬንቶ 8፡00 ብራዚላዊ’ዩ)። ማይክል ካሪክ 1.
ናፖሊ - ሳሱሎ 10፡45 እዚ ኣብ 1993 ዝበለጸ ተጻዋታይ ኤስያ ዝተሰምየ
ሓዳስ ኤርትራ መበል 28 ዓመት ቁ.116 13 ጥሪ 2019 - ገጽ 8

ካብ ውልቀ-ሰብ ጀሚርካ፡ ብእኩብ ዝሃድም ምሁር እውን ምሁር እዩ ክበሃል


ድማ ኩሎም ህዝብታትን ሃገራትን፡
ልዑል ባህጊ ናይ ስልጣነ ኣለዎም።
የግዳስ ብዛዕባ ስልጣነ ንጹር መረዳእታ
ስልጣነ እንታይ ማለት እዩ? ኣይከኣልን።
ስልጣነ እምበኣር፡ ብባህጊ ጥራይ
ክብጻሕ ዝኽእል ኣይኮነን። ጥምረትን
ይጎድል እዩ። ስለዘይሰልጠነ። ምሕሳብን ምስራሕን በሪኽ ንቕሓት እናተኸፍሎም ከምዝሃነጽዎ ክዛረቡ ተወፋይነትን ዝጠልብ እዩ። ኣብ ዘመነ
“ስልጣነ እንታይ ማለት’ዩ?” ንዝብል እሞ’ኸ ድኣ፡ ከመይ ኢሎም እዮም ይጠልብ። ስልጣነ ከረጋግጽ ዝደሊ ከለው ኩርዓት እዩ ዝስምዖም። ብሓቂ ገድሊ፡ ስልጣነን ምዕባለን ህዝቡ ዝተመነየ
ሕቶ፡ ዝተፈላለየ መግለጺታት ክቐርበሉ ሕብረተ-ሰባት ገሊኦም ስልጡናት ገሊኦም ህዝቢ እምበኣር፡ ብጥምረት፡ ንባህላዊን ድማ፡ ከምዚ ዝኣመሰለ ተወፋይነት፡ ኤርትራዊ፡ ሓያል ጥምረት ፈጢሩ፡
ይኽእል እዩ። ብሕጽር ዝበለ ከኣ፡ ድሑራት ኮይኖም? እቶም ዘይሰልጠኑ ማሕበራዊን ለውጢ ክሰርሕ ቅሩብነትን ዘየኹርዕ ኣይኮነን። ልክዕ ከም ኣብ መግዛእቲ ንምጽራግ ብርቱዕ ገድሊ
ስልጣነ ማለት ካብ ድኽነት፡ ድሕረትን እንታይ ስለዝኾኑ እዮም? ትዕድልቶም ተወፋይነትን ክህልዎ የድሊ። ንሓያሎ ኲናት ኣብ ልምዓት እውን ከምኦም ኣካይዱ፡ ተኣምር ታሪኽ ሰሪሑ፡ ንህዝቡ
ድንቁርናን ምግልጋል ክንብሎ ንኽእል። ኮይኑ? ምሁራት ስለዝሰኣኑ? ጸጋታት ሕብረተ-ሰባት ካብ ምዕባለ ዓጊትዎም ዝኣመሰሉ ጀጋኑ የድልዩኻ እዮም። ካብ ባርነት ኣገላጊሉ። ንናጻ ኤርትራ
ካብ ድኽነት፡ ድሕረትን ድንቁርናን ስለዝወሓዶም? እቲ ልክዕ ምኽንያት ዘሎ ረቛሒ፡ ብቐንዱ እዚ ሃጓፍ’ዚ እዩ። ሕብረተሰብ ክስልጥን እምበኣር፡ ከምዚ መሰረት ዝኸውን ስልጣነ ንምንጻፍ
ስለዝተገላገልካ’ኸ “ስልጡን” ክትብሃል እንታይ’ዩ? ኣፍሪቃ፡ ድሕርቲ ዝኾነትሉ ምኽንያት፡ ዝኣመሰለ ተወፋይነት ንናይ ሓባር ዕላማ ብዝነበሮ ባህጊ እውን፡ ብመትከል ርእሰ-
ትኽእል’ዶ? ንኣብነት ሓደ ሰብ ድኻ ዝኾነ ሕብረተሰብ ካብ ምስልጣን ዜጋታታ ፍልጠት ዘይብሎም ደናቁር ክህሉ እቲ ወሳኒ ረቛሒ እዩ። ምርኰሳ ብዙሕ ዘሐብን ዕዮታት ክፍጽም
ነይሩ፡ ነጊዱ ድዩ ሎተሪ በጺሕዎ ወይ ክዓግቶ ዝኽእል ሓይሊ የለን። ክሳብ’ዚ ስለዝኾኑ ኣይኮነን። ዜጋታታ ኣብ ሓደ ምስጢር ስልጣነ፡ ውልቃውነት ወጊድ ተራእዩ። ድሕሪ ናጽነት ሕድሮም
ብኻልእ ምኽንያት ገንዘብ ረኺቡ፡ ቀረባ ግዜ ድሑራት ዝነበሩ ሕብረተ- ሓባራዊ ዕላማ ተጠሚሮም፡ ነብሶም ኢልካ፡ ንሓባራዊ ዕላማ ምቛም እዩ። ዝተቐበለ ዝበዝሕ መንእሰይ ከኣ፡ ነቲ
ጥዑም ክበልዕ፡ ዝኸበረ ክዳን ክለብስ፡ ኣብ ሰባት፡ ኣብዚ ዝሓለፈ ፍርቂ ዘመን ዓቢይን ወፍዮም፡ ከሰልጥንዋን ከገልግልዋን እዚ ግን ቀሊል ፈተነ ኣይኮነን። ነብሰ- መትከል’ቲ ኣጽኒዑ ብምሓዝ መሰረት
ምዕሩግ ህንጻ ክቕመጥ፡ ዝበለጸት መኪና ቅልጡፍን ለውጢ ብምምዝጋብ፡ ብደረጃ ስለዘይተበገሱ ጥራይ እዩ። ብዙሓት ፍትወትን ውልቃዊ ጣዕሚን እቲ ዝዓበየ ዘመናዊ ስልጣነ ንምድልዳል ብልዑል
ክዝውር እንተበቒዑ፡ “ሰልጢኑ” ክንብሎ ዓለም ተወዳደርቲ ክኾኑ ምኽኣሎም፡ ፈላጣትን ክኢላታትን ኣፍሪቃውያን ብድሆ ኣብ ጉዕዞ ስልጣነ እዩ። ብፍላይ ጻዕሪን ተወፋይነትን ኣብ ልምዓትን
ንኽእል’ዶ? ንሓደ ተማሂሩ ፒ.ኤች.ዲ. ስልጣነ ናይ ፍሉያት ሕብረተ-ሰባት ዓዶም ራሕሪሖም ብምኻድ፡ ብገንዘብ ኣብዚ ዘለናዮ ዘመን፡ ካብ መበቈል ህንጸትን ሃገር ክነጥፍ ጸኒሑ ኣሎ።
ዲግሪ ዝሰቐለ’ኸ፡ “ስልጢኑ” ክንብሎ ወይ ዓሌታት ትዕድልቲ ከምዘይኮነ ተዓሲቦም፡ ንዓዲ ጓና ኣብ ምግልጋል ዓድኻ፡ በርቊቑ ብምውጻእ፡ ዕሱብ ወይ ኣቐዲሙ ከም እተገልጸ፡ ቀንዲ ተጻይ
ንኽእል ዲና? ስልጡን እዩ እንብሎ ሰብ ብግብሪ ኣረጋጊጾሞ እዮም። ቻይና፡ እዮም ዝርከቡ። ገዛእ ነብሶምን ህዝቦምን ኣገልጋሊ ካልኦት ክትከውን ዝፈርደካ፡ ናይ ተወፋይነት ውልቃውነት እዩ። ስለ’ዚ
ብልክዕ ከመይ ዝኣመሰለ እዩ? ኣብ መፋርቕ ዝሓለፈ ክፍለ-ዘመን ምስ ስለዘየማዕብሉ ከኣ፡ ኣብቲ ዝነብርዎ ቦታ ዘብለጭልጭ መተሃራረፊ ብዙሕ ስልጣነ ከረጋግጽ ዝደሊ ሕብረተሰብ፡ ነዚ
ስልጣነ መግለጺ ውልቀ-ሰብ ኣይኮነን። ድኻታትን ድሑራትን ሃገራት ትስራዕ ክብሪ ኣይወሃቦምን። እቲ ዘገልግልዎ እዩ። ዕድመ ንቴክኖሎጂ መራኸቢ ቀንዲ ዓንቃጺ ምዕባለን ስልጣነን ዝኾነ
ሓደ ሰብ በይኑ ስልጡን ወይ ድሑር ዝነበረት እያ። ሎሚ፡ ቻይና ንብዙሓት ዘለው ጓና ሕብረተሰብ፡ ከም ኣገልገልቱ ብዙሓን፡ ልቦና እንተዘይብልካ፡ ካብ ሕማም ክነቕሓሉ የድሊ። ምኽንያቱ፡
ክኸውን ጨሪሱ ኣይክእልን እዩ። እቲ ስልጡናት ዝበሃላ ሃገራት ቀዲማ - ይርእዮም እምበር፡ ከም ክቡራትን ዓድኻ ሃጽ ኣቢሉ ዘንፍጽ መተሃራረፊን ኣብ መወዳእታ ብውልቁ ዝስልጥን
ናቱ ኮም ስልጡን እንተድኣ ኮይኑ፡ እቲ ብሃብቲ ንሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ስልጡናትን ሰባት ኣይጥምቶምን። መወዓውዒን መቑጸሪ የብሉን። በዚ ድማ፡ ሰብ የለን። ስልጣነ እኩብ ምህርቲ እዩ።
ሰብ ብዙሕ ገንዘብን ትምህርቲን ይሃልዎ ስዒባ፡ ኣብ ዓለም ካልኣይ ቦታ ሒዛ ኣላ። ከምዝፍለጥ፡ እዚ ዘሎ ዘመናዊ ንዓኡ እናርኣዩ ኣብቲ ስልጡን ዓለም ነዚ ሓቂ’ዚ ብምግንዛብ፡ ክሳብ ሕጂ
ኣይሃልዎ ስልጡን እዩ፣ ብኣንጻሩ ኩሉ ሕብረተሰብ እምበኣር፡ ክስልጥን ዓቢ ስልጣነ ፈለማ ኣብ ኤውሮጳ’ዩ ጀሚሩ። እንተኸዱ፡ ዝስልጥኑ ወይ ዝሓልፈሎም ኣብ ጉዕዞ ስልጣነ ጽቡቕ ክንምርሽ
ሕብረተሰቡ ዘይሰልጠነ እንተኾይኑ ተኽእሎ ኣለዎ። ብፍላይ ኣብዚ ዘለናዮ ኤውሮጳውያን ሊቃውንቲን መሃዝቲን፡ ነዚ ዝመስሎም ውሑዳት ኣይኮኑን። ክኢልና ኢና። የግዳስ፡ ኣብ’ቲ ዝድለ
ንበይኑ ከም ስልጡን ክውሰድ ዘመን፡ ፍልጠት ይኹን ፍልጠት ዘቕስም ሕጂ ንዓለምና ቀይሩዋ ዘሎ ምህዞታቶምን ኣፍሪቃ ካብ ምዕባለን ስልጣነን ዓጊትዋ ደረጃ ገና ኣይበጻሕናን። ኤርትራውያን
ኣይክእልን። መሳለጥያ፡ ዝኾነ ሰብ ብቐሊሉ ክጥቀመሉ ሓሳባቶምን ከፈልፍሉ፡ ከቢድ ዋጋ እዮም ዘሎ ዝዓበየ ጸገም እምበኣር እዚ እዩ። ከም ህዝቢን ሃገርን ሰልጢንና ክንብል፡
ኣፍሪቃ፡ ገና ከም ድሕርቲ ክፍለ-ዓለም ብዝኽእል ደረጃ እዩ ተዘርጊሑ ዝርከብ። ከፊሎም። ዝበዝሑ ካብኣቶም ህይወቶም እዚ ጸገም’ዚ ንዓና ኤርትራውያን እውን ብመግቢ ምሉእ ብምሉእ ነብስና ምስ
እያ እትፍለጥ። ህዝባ ድማ ዘይሰልጠነ ብስሩዕን ዘይስሩዕን መገዲ ዝለዓለ ብድኽነት እዮም ሓሊፎምዎ። ኣብቲ ይንሕፈና እዩ ክንብል ኣይንኽእልን። እንኽእል፡ ኩሉ እነህልኾ ነገራት ባዕልና
ይበሃል። እዚ ማለት፡ ኣፍሪቃ ዝተማህሩ፡ ፍልጠት ናይ ምቕሳም ተኽእሎ ርሒብ እዋን’ቲ ዝነበረ ኣረዳድኣ፡ ምሁር ማለት ኩነታት ናይቶም ኣብ ዓዲ ስደት ኣብ ኣብ እነፍርየሉ ደረጃ ምስ እንበጽሕ፡
ሞያን ክእለትን ዘለዎም ወይ ርኹባት እዩ። ዕድመ ንውድድር ዕዳጋ፡ ዘመናዊ ንገንዘብ ኢልካ ምስራሕ ወይ ሃብታም ሕሱር ሽቕለት ተዋፊሮም ወይ ብደገፍ ንኹልና ዝበቅዕ ዘመናዊ ኣባይቲ ሃኒጽና
ሰባት የብላን ማለት ኣይኮነን። እኳ ድኣ ቴክኖሎጂ፡ መሳርሒታትን ማሺናትን ምዃን ማለት ኣይነበረን። ምሁር ማለት ማሕበራዊ ውሕስነት (ዌልፌር) ዝነበሩ ብምቾት ኣብ እንነብረሉ ደረጃ ምስ
ዝበዝሑ ኣብ ዩኒቨርሲቲታት ናይ’ቲ ንውሑዳት ዝተሓዝአ ኣይኮነን። እሞ’ኸ ንሕብረተሰብ ዓይነት ህይወቱ ዝቕይር ዘለው መንእሰያትና፡ ሓደ መርኣያ እንድይብ፡ ኩሉ ዓይነት መሳለጥያን
ምዕቡል ዓለም፡ መማህራን ኮይኖም ድኣ፡ ሕብረተሰባት ከይስልጥኑ ዝዓግቶም ሓሳብ ዘፈልፍል፡ ኣብ ቁጠባ ይኹን ናይ’ቲ ገጢሙና ዘሎ ግድል እዩ። ቴክኖሎጂን ክንጥቀምን ባዕልና ከነፍርዮን
ዘገልግሉ ኣፍሪቃውያን እዮም። ኣብ ዘሎ ረቛሒ እንታይ’ዩ? ፖለቲካ፡ ባህልን ማሕበራዊ ህይወትን ስደት፡ ምናልባት ኣብቲ ኲናት ዝነበረሉ ምስ እንበቅዕ እዩ።
ኣፍሪቃ ዓመታዊ ዓሰርተታት ኣሽሓት ስልጣነ ኣብ ሰብኣዊን ምድራዊን ንምዕባለ ሕብረተሰብ ዘስጉም ኣገዳሲ እዋን መግዛእቲ፡ ምኽኑይ ነይሩ ክኸውን ዛጊት ኣንጺፍናዮ ዘለና መሰረት ቀሊል
መንእሰያት፡ ብዝተፈላለየ ዓውደ ፍልጠት ጸጋታት ይምርኰስ። እቲ ወሳኒ ግን ስራሕ ዝፍጽም ማለት እዩ። ከምኡ ይኽእል። ሽዑ እውን እንተኾነ፡ ናብ ኣይኮነን። ነዚ ዝተጠቐሰ ደረጃ ክንበጽሖ
ካብ ዩኒቨርሲቲታት ተመሪቖም ይወጹ። ሰብኣዊ ጸጋ እዩ። ፍልጠትን ሞያን ናይ ዝዓይነቱ ልዑል ንቕሓትን ተወፋይነትን ስደት ከኸዱ ዘምሕረሎም፡ ነቶም ኣብ ከኣ፡ ተወሳኺ ጻዕሪ ክጠልበና እዩ።
ኣብ ዓበይቲ ትካላት ዓለምና ዝሰርሑ ሰባት። ግን ንሱ እውን ኣኻሊ ኣይኮነን። ስለዝነበሮም ድማ እዮም - ቀዳሞት ኲናት ክኣትው ዘይክእሉ ኣደታትን ፖለቲካዊ፡ ቁጠባዊ፡ ባህላዊን ማሕበራዊን
ኣፍሪቃውያን መሃንድሳት፡ ሓካይም ፍልጠትን ክእለትን ናይ ኩሎም ኣባላት ኤውሮጳውያን ምሁራት፡ ንህዝቦም ህጻውንቲን እምበር፡ ነቶም መንእሰያት ምዕባለና ክብ ብምባል፡ ቀልጢፍና ኣብቲ
ወዘተ. ውሑዳት ኣይኮኑን። ከምቲ ሕብረተሰብ ናብ ሓባራዊ ዕላማን ጻዕሪን ኣሰልጢኖም፡ ብጻዕሮምን መሃዝነቶምን ኣይነበረን። ምኽንያቱ መንእሰይ ናይ እንብህጎ ደረጃ ስልጣነ ንምብጻሕ
ኣቐዲሙ ዝተገልጸ ግዳ፡ ስልጣነ መግለጺ ከተቕንዕ ምኽኣል፡ እቲ ዓቢይን ወሳንን ንዓለም እውን ክጸልውዋ ዝኸኣሉ። ዝኾነ መድረኽ፡ ምስ ብድሆታት ገጢሙ፡ እምበኣር፡ ብፍላይ ኣብዚ ኣቲናዮ ዘለና
ውልቀ-ሰባት ስለዘይኮነ፡ ብፍልጠት ረቛሒ ናይ ምዕባለ ወይ ስልጣነ እዩ። ሎሚ ገለ ለባማት መንእሰያት ኤውሮጳ፡ ሽግር ክፈትሕ ሓላፍነት ዝስከም ዋሕስ ሓድሽ መድረኽ፡ ጻዕርናን ተወፋይነትናን
ይኹን ብሞያን ብሃብቲን ኣብ ዝለዓለ ጥምረትን ሓባራዊ ጻዕሪን ዕላማን ብተወፋይነት ናይቶም ቀዳሞት ወለዶ ህላወ ሕብረተሰብ እዩ። ካብ ብድሆታት ክንውስኸሉ የድሊ። ሞሳ ናይ’ዚ ጻዕርን
ደረጃ ዝበጽሑ ኣፍሪቃውያን እውን ግዳ ብቐሊሉ ዝርከብ ኣይኮነን። ክሕበኑ ይስምዑ እዮም። እቲ ተነጺፉ ዝሃድም መንእሰይ - መንእሰይ’ዩ ክበሃል ተወፋይነትን ከኣ፡ ኣብ መወዳእታ ንኹሉ
እንተለው፡ ከም ስልጡናት ክውሰዱ ምኽንያቱ ቅሩብነትን ተወፋይነትን ዝጸንሖም ትሕተ-ቅርጺ፡ ኣቦታቶምን ኣይከኣልን። ንድኽነትን ድሕረትን ኣብ ዘሐጉስ፡ መጻእቲ ወለዶታት ዘንተ-እለት
ኣይክእሉን። ሕብረተሰቦም፡ ሃገሮም፡ ገና ናይ ሰባት ይሓትት። ብሓባር ናይ ኣቦሓጎታቶምን ውሑድ ሳናቲም ክንዲ ዝስዕር፡ ካብ ድኽነትን ድሕረትን ብሓበን ዝዝክርዎ ስልጣነ እዩ።

ተረኛ ፋርማሲ ዕለት ጎደና ቁ.ስልኪ


ፋርማሲ ኪዳነ-ምሕረት 13/1/2019 ጎደና ስሓርቲ-835ቁ.115፡ ከባቢ ቤ/ትምህርቲ ሰምበል 07113046
ፋርማሲ ተስፋ 13/1/2019 ጎደና ዓሊቴና መረብ716ቁ.14፡ ቀሓውታ 186839
ፋርማሲ ቅሳነት 13/1/2019 ጎደና ሓማሴንቁ.45ከባቢ ማይ ኣባሻውል 110911
ፋርማሲ በራኺ 14/12/2019 ከባቢ ፊያት ታሌሮ ፊት ቶታል መዐደሊ ነዳዲ 07147264
ፋርማሲ ቁ.1 መዓልታውን ለይታውን ኣገልግሎት ትህብ ቁ.ቴሌፎን 127565

You might also like