You are on page 1of 8

መበል 24 ዓመት ቁ. 126 04 ጥሪ 2015 ገጻት 8 ዋጋ 2.

00 ናቕፋ

ገጽ 5 ገጽ 7
መዓልቲ ሓድሽ ዓመትን ተቐዳዳማይ
ኣከባብርኡን ሳሙኤል
ገጽ 2 ገጽ 4 ገጽ 6 ተኸስተ
“ትርጉም፡ ምቁር ቃንዛ’ዩ” (ሽብጢ)
ጆቫኒ ኣልዲኒ ተዂላ ከተማ
ኢንጅ. ሚኪኤል ኣዳም

ሰንበት
መርዓት ናብ ሆስፒታል፡ ኣመሪካ፡ ካብ ሞት ንስክላ ዘምለጠ ስራሕተኛ
መርዓዊ ናብ ማእሰርቲ
ኣብ ዞባ ታዝማንያ ከተማ ሆባርት ኣምቡላንስ ጸዊዖም ናብ ሆስፒታል
ዝተኻየደ ስነ ስርዓት መርዓ፡ ብሰንኪ ኣፋንዮምዋ።
ስኽራን ብሕንፍሽፍሽ ከም ዝተወደአ ድሕሪኡ ናይ ዕዱማት ህዝቢ ናዕብን
ምንጭታት ሓቢሮም። መርዓውን ሕንፍሽፍሽን ስለ ዝተራእየ ብሽዱሽተ
መርዓትን ምስ ዕዱማት ዘስክር ኣልኮላዊ መካይን ዝመጹ ኣባላት ፖሊስ ነቲ
መስተ ብብዝሒ ይሰትዩ ምንባሮም፡ ቦታ ከቢቦሞ። ሰኺሮም ዝርብሹ ዝነበሩ
ናይ ስኽራን ምልክታት እናተጋህደ ሰባት ክገፉ እንከለዉ፡ ሃለዋቱ ስሒቱ
ከይዱ። መርዓት ኣዝያ ሰትያ ምንባራ፡ ዝነበረ መርዓዊ እውን ተገፊፉ ናብ
ርእሳ ክትቈጻጸር ኣይከኣለትን። ናይ ቤት ማእሰርቲ ከም ዝወረደ ጸብጻባት
ምስማም ምልክት’ውን ስለ ዘርኣየት ኣውስትራልያ ሓቢሮም።

ኣብ ኣመሪካ፡ ከተማ ሳንፍራንሲስኮ ዝነበረት ቶዮታ ዝዓይነታ ናይ ገዛ ከም ዝሓልፍ ሓቢሮም። ኣዕጽምቲ


ኣብ ዝርከብ ‘ስተርሊንግ ባንክ & መኪና ብምዕላቡ እቲ መጕዳእቲ ኣእጋሩ፡ ዓንድሕቖኡ ወይ መሰንገለኡ
ትራስት ተባሂሉ ዝፍለጥ ትካል ኣብ ክንክየሉ ከም ዝኸኣለ ጸብጻባት ኸኣ ብቐሊሉ ክሕምሸሽ ይኽእል።
ጽርየት ተዋፊሩ ዝነበረ ሰራሕተኛ እቲ ከባቢ የረድኡ። እታ ናይ ገዛ ዓሰርተ ሓደ ደርቢ ካብ ዘለዎ ርሻን
መስኰት እናወልወለ ካብ መበል 11 መኪና ኣዝያ ከም እተጨፍለቐት ዝጸደፈኸ ናይ ክንደይ ኩንታል
ደርቢ ጸዲፉ ብህይወት ክሰርር ከም ዝሕብሩ ጸብጻባት፡ ኣብ ውሽጣ ጸቕጢ ይፈጥር ይኸውን? ብዝዀነ
ዝኸኣለ ተፈሊጡ። ተቐሚጡ ዝነበረ ዋናኣ ግና ጉድኣት እቲ ስሙ ዘይተጠቕሰ ሰራሕተኛ
መስትያት ናይቲ መስኰት ኣብ ከምዘይወረዶ ይሕብሩ። ብሂወት ሰሪሩ ናብራኡ ክኣሊ ከም
ዘጽርየሉ ግዜ ሸተት ኢሉ ምስ ኣብዚ ቕንያት ብማዕከናት ዜና ዝኽእል ጸብጻባት ይሕብሩ።
ጸደፈ ኣብ ታሕቲ ኣብ ልዕሊ ካብ ዝተፈነዉ ሳይንሳዊ ሓቅታት፡ ተሸላሚ ወርቂ ሜዳልያ ኦሎምፒክ
ካብ ኣስታት 3 ሜትሮ ናብ ደረቕ ኬንያዊ ሳሚ ዋንጂሩ ካብ በዓል ሓደ
ምድሪ ዝዘልል እኹል ሰብ ልዕሊ ደርቢ ህንጻ ወዲቑ ከም ዝሞተ
ናይ 10 ኩንታል ጸቕጢ ኣብ ኣካላቱ ይዝከር።
ካላሽን መልክዕ ይቕይር
ካብ ፈኩስቲ ኣጽዋር ብዝርጋሐ
ዕዳጋታትን ኣብ ታሪኽ ዓለም
ኩባንያ ክሳዕ 2020 ኣብ ዘሎ ግዜ
300 ሽሕ ሓባ ካላሽን ኣብ ዓመት
ኲናት ዓለም ኣንጻር ጀርመናውያን
ኣብ ዝመከተትሉ እዋን ከምኡ’ውን ካሜራታት ዓለም
ብብዝሒ ተጠቃምነትን መዳርግቲ ከፍሪ መደብ ከምዘለዎ ኣረዲኡ። ኣብ ምኽባር ልኡላውነት’ታ ሃገር
ዘይብሉ ካላሽንኮቭ ኣብ ዝሓለፈ ናይቲ መሳርሒ መሃዚ ዝነበረ ዓቢ ኣበርክቶ ብምግባሩ፡ ንሃገርካ ካብ
ቅንያት “ሓላው ሰላም” ዝብል ስም ዓሚ ብሽምግልና ዝሞተ ሚኻኤል ምብርካት ዝዓቢ ጻማ ከምዘየለ ይገልጽ
ተዋሂብዎ ሓድሽ ቅያር መልክዕ ከም ካላሺኒኮቭ ካብ ሽያጥ ናይቲ ብረት ምንባሩ ይዝከር።
ዝተገብረሉ ካብ ሞስኮ ዝተመሓላለፉ ዝዀነ ገንዘብ ረኺቡ ከም ዘይፈልጥ ብሕጋውን ብዘይ ሕጋውን ኣገባብ
ዜናታት ሓቢሮም። እዩ ዝንገር። ኣስታት 100 ሚልዮን ካላሽን ኣብ
ኣብቲ ኣብ ከተማ ሞስኮ ዝተገብረ ይኹን’ምበር፡ ሩስያ ኣብ ግዜ ካልኣይ ዓለም ተዘርጊሑ ምህላዉ ይእመን።
ስነስርዓት መመረቕታ፡ ኣሳሰይቲ ኰይነን
ዝቐረባ ምሩጻት ናይ ፋሽን ሞዴላት፡
ካዝና ካላሽን ተዓጢቐን ዕዱማት
የአንግዳ ከም ዝነበራ ተፈሊጡ።
እቲ መመቕረታ፡ ዕዳጋ ናይቲ
ኣብ ምክልኻል ልኡላውነት’ውን
ልዑል እጃም ክገብር ዝጸንሐ ጠበንጃ
ንምስፋሕ፡ ዝተፈላለየ ሓበሬታ ናብ
ዓማዊል ንምዝርጋሕ ዝጠመተ እዩ
ነይሩ። ኣብ 2015 ኣብ ዝግበር ዓመታዊ ውድድር ስእሊ (ፎቶግራፍ) ካብ ዝቐረቡ ናይ ጫካ ህበይ
ኣብ ግዜ ጥሚቕ ከዕቕል እንከሎ። ዓለማዊ ውድብ ፎቶግራፍ ኣብ ዓዓመቱ ምሩጻት ስእልታት
ኣካያዲ ስራሕ ናይቲ ኣፍራዪ ዝሽለመሉ ውድድራት የካይድ።
ሓዳስ ኤርትራ 04 ጥሪ 2015 - ገጽ 2

common mistakes
ኣብ እንግሊዝኛ

ሱራፌል ተስፋብሩኽ
ብተደጋጋሚ ዝርኣዩ ጌጋታት in English
ስነ-ፍልጠተኛታትን መሃዝቲን ብሓ CONFUSED WORDS
ታ ጺሩ VERBS OFTEN CONFUSED

ዛን ጆቫኒ ኣልዲኒ Make and Do.


(a) Make.
Don’t say: The carpenter did a large table.
Say: The carpenter made a large table.
ጆቫኒ ኣልዲኒ ብሚያዝያ 1762 ከላግቦም) ኣብ ዝፈተነሉ ምልክት (b) Do.
ኣብ ቦሎኛ ኢጣልያ ተወሊዱ፣ መሪር ቃንዛ ኣብ ገጾምን መትንታት Don’t say: You must make your work carefully.
ኣብ ሳላሳን ሽዱሽተን ዓመቱ ናይ ርእሶምን ተራእዩ፣ ኢዶም ን20.32 Say: You must do your work carefully.
ፕሮፌሰር ማዕርግ ረኺቡ፣ እዚ ከኣ ሴንቲ ሜተር ብራኸ ባዕሎም ሓፍ “To make” primarily means to construct or manufacture something;
ነቲ ዝዀስኮሶ መምህሩ ሰባስቲያኖ ክብሉ ክኢሎም፣ ጸኒሑ ሓደ while “to do” means to accomplish a thing.
ካንተራዛኒ ክብሪ ነበረ፣ ስነ-ፍልጠታዊ ዝተወሰነ ሚዛን ዘሎዎ ንብረት ኣብ NOTE. Common idioms with make” and “do”:
ስርሑ ብኣኮኡ ሉዪጂ ጋልቫኒ ኢዶም ኣንጠልጢሉ ምስ ፈተኖ (a) “To make a mistake,” “to make a promise,” “to make a
ዝተቦኰረ “ልቫኒዝም” ዘድሃበን ንዕኡ ድማ ብዘይ ጸገም ኣእዳዎም ሓፍ speech,” “to make an excuse,” “to make haste,” “to make an
ዘራጕድን እዩ፣ ኣብ ፍወሳ’ዉን ኢዱ ክብላ ተራእየን፣ እዚ ምርምር experiment,” “to make progress,” “to make a noise,” “to make an
ሓዊሱ፣ ኣልዲኒ ንስነ-ፍልጠታዊ ሳሕቲ ከም ምርኢት ትያትር ናብ experiment,” “to make a bed (= to prepare the bed for sleeping
ስርሓቱ ብዘይካ ብቋንቋ ኣደኡ ጥራይ ህዝቢ ዝቕረበሉ ግዜ’ዉን ነይሩ፣ upon).”
ዘይኰነ። ብፍረንችን ኢንግሊዝኛን ከምዚኦም ፈተነታት ኣብ ምዉታት (b) “To do good,” “to do evil,” “to do one’s best,” “to do one a
ጺሒፉዎም፣ እቲ ቀዳማይ ዕሉል ሰባት። ኣፍራስን ርእሲ ኣብዑርን favour,” “to do wrong,” “to do a lesson,” “to do a problem,” “to do
ደጋፊ ኣኮኡ ጋልቫኒ እዩ ነይሩ፣ ፈተኖ፣ ካብ ገጾም ስምዒታት business,” “to do away with,” “to do gymnastics, “to do exercise.”
ኣንጻር ናይቲ ኣለክሳንድሮ ቮልታ ከንብብን መሓዉሮም ክንቀሳቕስን Exercise
ኣብ ዩኒቨርሲቲ ፓቪያ ዝፈጠሮ ክኢሉ፣ ርእሲ ከልቢ ቆሪጹ ምስ Supply some from of make or do in the following:
ማሕበር። ኣልዲኒ ኣብ ቦሎኛ ሓያል ባተሪ ምስ ኣላገቦ። ኣፉ ንእለት 1. The best cloth is …… in England.
ንፈተነታት ጋልቫኒዝም እትድግፍ ተኸፊቱ። ኣስናኑ ሓርቂሙ። ኣዒንቱ 2. He ……. His best to help me.
ማሕበር ክትምስረት ሓጊዙ፣ ክርክር ተኸፊተን፣ “እቲ ከልቢ ካልኣይ 3. …….. whatever you like.
ጋልቫንን ቮልታን ንርኽበት ባተሪ ብህይወቱ ንኽነበር ዝሳቐ ዝነበረ እዩ 4. Do you ……… your exercises carefully?
እዩ ወሊዱ፣ ዝመስል።” ብምባል ኣብቲ ምርምሩ 5. Don’t ……….. a noise.
ዝወዓሉ መስከሩ፣
ኣልዲኒ ንመላእ ኤዉሮጳ ኣምጸአ፣ እተን ክልተ ኣሉታን
ፈተነታቱ ከካይድ ዘይሩዋ፣ ኣብ ኣልዲኒ ካብቶም ቀዳሞት ናይ ኣእምሮ Source: COMMON MISTAKES IN ENGLISH
እወንትን ገመዳኣት። ሓንቲ ኣብ ኣፉ
ፈተነታቱ ዝነበሮ ብቕዓት ንብዙሓት ጸገም ዘለዎም ሰባት ክፍዉሱ ዝጀመሩ ሓንቲ ኣብ እዝኑ ምስ ኣልገበሉ ኣፉ
ኣደናቒ ምርኢት እዩ ነይሩ፣ ብ1802 እዩ፣ “ሾክ” ወይ ብኤለክትሪክሲቲ ተኸፊቱ ጸጋመይቲ ዓይኑ ዉሪሕሪሕ Exams are like GIRL FRIENDS:
ናብ ሎንደን ብምኻድ ኣደናቒ ብምንቕቓሕ ብዙሓት ናይ ኣእምሮ ኢላ፣ ኣብ ዝተፈላለየ ቦታ ብምልጋብ
ምርምራዊ-ምርኢት ኣቕረበ፣ ጸገም ዝነበሮም ፈዊሱ እዩ፣ ዝተፈላለየ ምንቅስቓሳት ናይቲ ሬሳ 1. Too Many Questions.
“ፕሮፌስር ኣልዲኒ ብዙሓት ኣርኣየ፣
ብ1803 ኣልዲኒ ምርምራቱ ኣብ 2. Difficult to Understand.
ተኸታተልቲ ፈተነታት ኣካይዱ
ሎንደን ኣሕተሞ፣ ብ “French ኣልዲኒ ንምርምራቱ ብጥንቃቐ
ኣሎ፣ ምርኢታቱ ኣዝዩ ብሉጽ። 3. More Explanation is Needed.
ጋልቫኒዝም (ኤለክትሪክ እንስሳ)
National Institute” ኣብ ኣዳራሻት ብስነ-ፍልጠታዊ መዐቀኒታት FunNY JOKES!
ሎንደን በታ መጽሓፍ እናተመርሑ እናመዝገበ ይሰርሓሎምን 4. Result is always FAIL!
ካብ ዝዀነ መነቓቕሒ ዝሓየለ
ተፈቲኑ፣ ኣዝያ ጸላዊት ንክልሰ-ሓሳብ ይምህረሎምን ነይሩ፣ እዚ ኣብ 72
ምዃኑ ዘመስክር እዩ ነይሩ።” ክብሉ
ቮልታን ጋልቫኒን ኣብ ሓደ ዘወሃሃደት ዓመቱ ብ1834 ነዛ ዓለም ዝገደፋ
ጸሓፍሉ፣ ኣብ ቦሎኛ ተመሊሱ
ምዃና ገለጹ፣ ኣብዛ ዓመት ካልእ ኣልዲኒ። ምርምራቱ ኣብ ድሕነት
ንኣብ ኣፍ ሞት ዝነበሩ ገበነኛታት
ኣገራሚ ስርሑ’ዩ ኣቕሪቡ፣ ብገበኑ ህይወት ሰባት ግዴኡ ገይሩ’ዩ
ንኽመራመረሎም ክወሃብዎ ተቢዑ
ዝተሓንቀ ጎርጅ ፎስተር ናይ ዝተባህለ ከይዱ፣
ሕቶ
ሕቶ ኣቕረበ፣ ድሕሪ ሰዓትን ርብዕን
ኣካላት። ከም ዝመተ ብሓካይም ምስ
ሞቶም። ከነቓቕሖም (ምስ ባተሪ
ተረጋገጸ ኣልዲኒ ብርትዕ ዝበለ ባተሪ ዳዊት ሰመረ
ላዛ። ኣደልን ናይሄርን ሰለስተ ቈልዑ ኣብ ጥቓ ሓንቲ ዲጂታል ሚዛን ነበሩ፣ እዛ

ጎግል
ሚዛን 10 ሳንቲም ምስ ኣስነቕካያ እያ ውጺኢት ርዝነትካ ትነግረካ፣ ላዛ ገንዘብ
ምቑጣብ ተዘውትር ነበርት፣ ሰለስቲኦም ከመይ ገይሮም ብሓንቲ 10 ሳንቲም
ይምዘኑ ሓሰበት፣ እታ ሚዛን ሓንሳብ 10 ሳንቲም ምስ ኣስነቕካያ። ትምዘን፤ ናብ
ባዶ ሚዛን ወይ ጥርሓ ምስ ኰነት ከኣ ተወሳኺ 10 ሳንቲም ክትጎስም ትጽበ፣ ላዛ
ነዚኣ ብምጽናዕ ሓደ ጥበብ መሃዘት፣ ናይሄር ካብ ሰለስቲኦም ዝፎዀሰት። ንሳ ከኣ
ዝርዘነት ምዃና ኣስተውዓለት፣ እቲ ጥበብ ከምዚ ዝስዕብ እዩ፥
ደቂ ሰባት ንሓድሕዶም ዝረዳድእሉ
ቋንቋ ክፈጥሩ እንከለው። ንቍጽርታት ላዛን ኣደልን 10 ሳንቲም ብምጕሳም ናብታ ሚዛን ተሰቕሉ፣ እታ ሚዛን ከኣ 85
ከም ዝጥዕሞም እናቘጸሩ በብከባቢኦም ኪሎግራም ኣርኣየቶም፣
ነናቶም ኣገባብ ኣቈጻጽራ ነይሩዎም፣
ላዛ ካብታ ሚዛን ኣይወረደትን፤ ኣደል ወሪዱ ናይሄር ደይባ፣ እታ ሚዛን ከኣ 75
ህንዳውያን ዝጥቀምሉ ኣገባብ
ኪሎግራም ጸሓፈትሎም፣
ኣቈጻጽራ ፍልይ ዝበለ ኰይኑ። ከከም
ዘለዎም ብዝሒ ቍጽሪ ባዶ (ዜሮ) “ለክ”። ናይሄር ካብ ሚዛን ኣይወረደትን፤ ላዛ ወሪዳ። ኣደል ተሰቕለ፣ እታ ሚዛን ከኣ 60
“ክመር”። “ኣራብ”። “ክሃራብ” ወ.ዘ.ተ. ኪሎግራም ሓበረቶም፣
እናበሉ ይቘጽሩ፣
ላዛ። ብሓንቲ 10 ሳንቲም ንናይ ሰለስቲኦም ሚዛን ክትፈልጥ ከኣለት፣ በሉ ናይ
እዚ ሎሚ እንኽተሎ ኣስማት ሰለስቲኦም ሚዛን ክንደይ እዩ ፍለጡዎ?
ዓበይቲ ቍጽሪታት ካብ ቋንቋ ላቲን
(ቅድሚ መልሲ ምርኣይኩም ፈትኑ!)
\\\\\\\\\\\\\ ዝተራዕሙ ቃላት ኰይኑ። ሓደ ሚልዮን
መዓልታዊት ጋዜጣ ሽድሽተ ባዶ። ሓደ ቢልዮን ትሽዓተ
ኣሰናዳኢ ባዶ። ሓደ ትሪልዮን 12 ባዶ ንሓደ መልሲ
ሳምሶን ሃይለ
ስዒቦም ይጽሓፉ፣ ከምኡ እናበሉ ኣደል ከም ትረዝን ክፍለጥ ይከኣል እዩ፣ ስለዚ ላዛ ከኣ 50 ኪሎግራም ትምዘን፣
ቍ.ስ 116266/201820(2220) ኣብ ዝቕጽለሉ ተወሰኽቲ ኣስማት ብተመሳሳሊ ኣገባብ። ወይ ኣብ ቅመረ 1ን 2ን ብምዕያይ። ላዛ 15 ኪሎግራም ካብ
ም/ኣሰናዳኢ ምስኡ ይቕጽሉ፣ ሓደ ኣንደሲሊዮን
36 ባዶ። ሓደ ኳቱዮርያሲሊዮን 45
ይረዝና ካብ ኰነ። ኣደል 35። ናይሄር ከኣ 25 ኪሎግራም ይምዘኑ፣
ብንያም ፍስሃጽዮን
ባዶ። ሓደ ሰክስዲስልዮን 51 ባዶ።
ቅማረ 3 ከኣ “ኣደል + ናይሄር= 60” ኢሉ ኣሎ፣ ኣደል ከኣ ብ10 ኪሎግራም
ቍ.ስ 201820(2212)
ፋክስ 127749 - ቍ.ሳ.ጶ. 247 ሓደ ኦክቶደሲልዮን 60 ባዶ እናበሉ ኣለና፣
ምዝርጋሕ ጋዜጣ ክሳብ 100 ባዶ ድሕሪ ሓደ ዝጸሓፉ ካብ ቅማረ 1ን 2ን። ኣደል ካብ ናይሄር ብ10 ኪሎግራም ከም ዝረዝን ፈሊጥና
ቍ.ስ. 200454 - 07121322
ምልክታ ቍጽርታታ ኣስማት ኣለዎም፣ 3- ኣደል + ናይሄር= 60
ቍ.ስ. 125013 - ቍ.ሳ.ጶ. 1284 ሓደ ጎግል እምበኣር ስም ካብ 2- ላዛ + ናይሄር= 75
ዘለዎም ዝዓበየ ቍጽሪ ኰይኑ ሚእቲ
ዜሮ ኣኸቲሉ ክጽሓፍ እንከሎ እዩ፣ 1- ላዛ + ኣደል= 85
ለይ-ኣውት
ሳቢት ሙስጦፋ
ካብዛ ሕቶ።
ኤደን ሃብተኣብ ሳምራዊት መለስ
ነብያት ጸጋይ ምስጋና ተዓገስ

“ስነ-ፍልጠት ንውዕውዕ ስምዒትን ማሪታዊ እምነትን ዘምክን ሓይል ጸረ-መርዚ እዩ፣”


- ኣዳም ስሚዝ (1723-90 - እግሊዛዊ ፍላስፋን ፈላጥ ስነ-ቍጽሪን)
ሓዳስ ኤርትራ 4 ጥሪ 2015 - ገጽ 3

ሸባብ ብዘይ መልሲ ትም በልኩ። ‘ግርም እባ


ሓይለኣብ ኣሰፋው
ንኹሉ መጀመርታን መወዳእታን
ኣለዎ። ብሰከንድታት፡ ደቓይቕ፡ ሰዓታት
ኣብ ሓድሽ ዓመት ብፍኑው ኣከያይዳ ክትሃልል ከሪምካን
ሓጊኻንስ ኣብ መጀመርታን መወዳእታን
ብዝተፈላለየ ኣገጣሚታት እቲ ዛዕባ ምስ
ኣቢሉ ኸኣ እናገፍሐን እናተዘርገሐን ተላዕለ መደባት ሰሪዕካ ከም ዝነበርካን ትዝ
ይኸይድ። ነፍስወከፍ መዓልቲ ብዓለም እታ ዝርዝራት ዘስፈርናላ መጀመርታ እቲ ንዝተዘርዘሩ ውጥናት ምፍጻምን ናብ ብፍላጥ ግዜ ምሃብ፡ በቶም ዝተተግብሩ ክብሉኻ፡’ ነጽብራቕ ስምዒታት ውሽጢ።
ደረጃ ይኹን ብሃገር፡ ብማሕበረ-ኮማት ሓዳስ ዓመት መወዳእታ’ውን ስለዘላታ፡ ውጽኢት ዝመርሕን ግን ኣብቲ መስርሕ’ዩ ነገራት ምዕጋብን ንነብስኻ ተስፋ ምሃብን ሰባት ብቐሊሉ ዘይግደፍ ዝጸንሐ
ይኹን ብውልቂ ለውጢ ክትፈጥር እንተስ ብዓወት እንተስ ብዘይ ዋላ ሓደ ዘሎ። መወዳእታ ድማ ውጽኢትካ ከምኡ’ውን ንዓወታትካ ከም ልምዲ ፍኑው ልምዲ ክህልወና ይኽእል’ዩ። ከም
ትኽእል’ያ። እቲ ለውጢ ኣብ ህይወት ፍረ ኣብ መወዳእታ እታ ሓዳስ ዓመት ትርእየሉን እንደገና ብዓወታትካን ምስዓብን ሓሳባትካ ንኸተተግብር ሓገዝቲ ኣጋጣሚ ምስ ህይወት፡ ግዜን ኣነባብራን
ትርጉም ዘለዎ፡ ወይ ድማ ሃሳይን ንበጽሕ። ደጊምና ኩነታትና ምስ ፈተሽና ብፈተነታትካን ተተባቢዕካ፡ ብልጫታትካን መንገድታት ክኾኑ ይኽእሉ’ዮም። ዘይስጡም ኣከያይዳ እንተጸኒሑና፡ ነቲ
ኣዕናውን’ውን ክኸውን ይኽእል’ዩ። ኩሉ እቶም ዕዉታት ብዘመዝገብናዮም ፍርያት ድኽመታትካን ኣለሊኻ ዳግመ ግምት
ውጥናትና ኣብ መጀመርታን ከም ሰባት ኣብ መጀመርታ ሓዱሽ ዓመት
ከከም ኣተሓሕዛና’ዩ ዝምእዘን። መወዳእታና ባህ ኢሉና እንደገና ኣብ ብምግባር ምስ መጀመርታ ትራኸበሉ
መወዳእታን ትዝ ዝብሉና እንተኾይኖም ዘውጻእናዮ መደባት ንኸነተግብር ዓቐብ
ብናይ ሓንቲ መዓልቲ ለውጢ፡ ህይወት መጀመርታ ምስ ሓደስቲ ምዕባለታትን ኣጋጣሚ’ዩ። “ምጅማር ከቢድ’ዩ ምዝዛም ክኾነና ይኽእል’ዩ። እዚ ጥራይ ዘይኮነ፡
ግን ኣደዳ ዘይተደልዩ ሃሰይቲ ስምዒታት
ኣብ ዝለዓለ ደረጃ ምዕባለ ክትበጽሕ ዓቢ ሓሳባትን ክንፋጠጥ መደባትና ንሰርዕ። ከኣ ምቁር” ክበሃል ብዙሕ ግዜ ሰሚዕና ካብ ዘይምግዳስ ዝተበገሰ ምርሳዕ’ውን
ኢና ክንከውን። ብሰንኪ ትህኺትና
ተኽእሎ’ሎ። እቲ ጠንቂ ዋላ’ውን ኣብ ኣሎና። ኣብ መወዳእታ ዘሎ ‘ምዝዛም’ ኣሎ። ነቲ ዘውጻእናዮ መደባት ይዕበ
እቶም ኣብ መጀመርታ ሓዳስ ዓመት ንዝመጸ ነገር ተቖጻጻሪ መስርሕ ውሽጥና
ናይ ደቓይቕ ግዜ ይኹን ንለውጥን ኣብ ፍረ ምብጻሕ ምቁር እንተደኣ ይንኣስ ብዘየገድስ ኣብ ቀጻሊ ክንርእዮ
ንዘውጻእናዮ ውጥናት ረሲዕና ኣብ ዝበልናዮ ዘይነተግብር ሕማቓት፡
ምዕባለን ብዝብል ሓሳብ ዝተበገሰ ክኸውን ኮይኑን ከምኡ ምዃኑ እንተኣሚናን እንኽእል ምቕማጡ ኣገዳሲ’ዩ። ወትሩ
መወዳእታ ዓመት ምስ በጻሕና ትዝ ዘይወሰንቲ… ከስምዓና ስለ ዝኽእል ናብ
ይኽእል። እቲ ‘ምጅማር ከቢድ’ዩ’ ዝብል ኣምር ንጎሆ ክንሪኦ እንከለና ትዝ ክብለና’ዩ።
ዝብለና ሰባት ከኣ ምስ ስምዒታትና ነብሰ-ምትሓት’ውን ክንኣቱ ንኽእል ኢና።
በቲ ኣብ ምውዳእ እንረኽቦን ዝረኣየና ስኽፍታታት’ውን ክፈጥረልና’ዩ። ቡኡ
“…መጀመርታ ሓዳስ መዓልቲ፡ ንበኣስ፡ ምኽኒታት ንደሊ፡ ጸረ ፍርያት ሽዑ ኣብ ዝመጽእ ሓድሽ ዓመት ውጥናት
ህርፋን ዓወትን ክቐልል ይኽእል’ዩ። ስለዚ ኣቢልና ከኣ ብዛዕብኡ ክንሓስብ ንቕሰብ።
መጀመርታ ሰሙን፡ መጀመርታ ወርሒ፡ ዝኾኑና ነገራት ንድርድር፡ ሕመቕና ምሕንጣጥ ጠቕሊልና ንገድፎ’ሞ ከም
ካብ ንምጅማር ንፈርሕ፡ ጠመተና ናብቲ ውሽጣዊ መስርሕ ኣእምሮና ንዝሃብናዮ
መጀመርታ ሓዳስ ዓመት…” እናበልና ንስምዒታትና ከነግህደሎም ኣይንደልን፡ ሻሙ ንነብር።
ዲሒሩ ዝመጽእ ደስ ዘብል ነገር ክኸውን ተልእኾ ንኽፍጽም ተመሊሱ ንዓና ድቃስ
ንዝኸፋፈልናዮ ክፍለ ግዜ ብዙሕ ገሌና’ውን “ደሓን ኣብዛ ትጅምር ዘላ
ኣለዎ። “ካብቶም ዓሚ ኣብ መጀመርታ ሓዱሽ
ሓዳስ ዓመት…” ናብ ዘደዓዕስ ተወሳኺ ክኸልኣና’ዩ። በዚን ካልእ ደፋእቲ ነገራትን
መዓልታትን ዓመታትን ኣሕሊፉ’ሎ። ዓመት ዝወጠንክዎም ዋላ ሓደ ዝተፈጸመ
መብጸዓ ንኣቱ። ልምድታትና ግን ካልእ ኣብ መጀመርታ ንዘውጻእናዮም ተሓጊዝና ድማ ዝበልናዮ ክንምስርሕ
ምንቅስቓሳት ማሕበራዊ ህይወት’ውን ነገር የለን፡” ዝበለኒ ሓደ መተዓልልቲ
መስርሕ ስለ ዘለዎም ሕጂ’ውን ኩነታትና ውጥናት ንኹሎም ክንዓሞም ኣይንኽእልን ንደፋፋእ።
ብኸምዚ ዝተቓነየ’ዩ። ይኹን’ምበር ኣገሪሙኒ’ዩ። ብቐረባ ስለ ዝፈልጦ
ብግቡእ ምጥቃምን ዘይምጥቃምን ግን ኣብ ምልክት ሕቶ ይኣቱ። ማዕረ ንኸውን። ትንፋስ ከይሃቡ ዘተግብርዎም መጀመርታን መወዳእታን ኣገደስቲ
ብዛዕባ’ቶም ብዘይ ዋላ ሓደ ነገር ዓመቶም
ካልእ ኣከራኻሪ ጉዳይ’ዩ። ክንደይ ኢና ንዝበልናዮ ወይ ንዝደለናዮ ሰባት’ውን ኣይሰኣኑን። እዞም ሰባት ባእታታት’ዮም። ኣብ ነፍስ ወከፍ ዓመት
ዘብልዓሉ ውጥናቱ ሓሲቡ ከም ዘይፈልጥ
ንምትግባር ከይደቀስና እንሓድር፡ ማዕረ ኣብ ምትግባር ክሕግዝዎም ዝኽእሉ ሓደስቲ ሰባት ክንመስል ሓደስቲ ሓሳባት
“ካብ ጽባሕ ንጎሆ … ካብዛ ትመጽእ ግምታት ኣሎኒ። ንመን’ዩ ንኽስርሑሉ
ክንደይ ኢና ንነብስና መሊኽና ናብ ዝመልክዎም ሜላታት ክህልውዎም ከድልዩና’ዮም። ትግባረ ከኣ እቲ ቀንዲ
ወርሒ … ኣብዛ ሓዳስ ዓመት ከምዚ ዕዮ ገዛ ሂብዎም ጸኒሑ እንድዒ። ካብ
ዝደለናዮ ንመርሓ፡ ኣብቲ ውሁብ ግዜን ይኽእሉ’ዮም። ገለ ካብኦም፡ ብኽትቆጻጸሮ መስርሕ። ርሑስ ሓድሽ ዓመት ምስ
ክገብር’የ። ከምዚታት ከኣ ክገድፎ’የ፡” መን’ዩ ኸ ክጽበዮም? “ብዛዕበኦም
ኩነታትን ንዝፍጠሩ ደቀቕቲ ዕድላት እትኽእልን ቀሊል ነገርን ምጅማር፡ ቀጻሊ ሓደስቲ ሓሳባት፡ ሓደስቲ ውጥናት፡
እናበልና እንኣትዎ መብጻዓታት ኣዲኡ ሓሲብካን ፈተነታት ጌርካን ከ ትፈልጥ
ንርእዮም ዶ? ብዛዕባ ክትገብሮም ዝመደብካ ምሕሳብ፡ ዝግለፉ ልምድታት፡ መንገዲ ዓወት
ትቑጸሮ። ንመብዛሕትኡ ክፍጸም ዘለዎ ዶ?” ኢለ ምሓተትክዎ። ግን እቲ መልሲ
ዝጥዕም መንገዲ ምፍጣር፡ ምስ’ቶም ዝመርሑ ተርእዮታት፡ ሓድሽ ህይወት
ነገር ወይ መብዛሕትና ኣብ መጀመርታ ኩሉ ነገር ኣብ መጀመርታን መወዳእታን ርዱእ’ዩ። ምኽኒታት እና ኣምጻእካ
ዝርዝራትካ ዝያዳ ቅርበት ምህላው፡ ምስ ሓድሽ መንፈስ ኣብ ግዝያት ሓድሽ
ሓድሽ ዓመት ኢና ኣብ’ታ ዓመት ዝዝከር እንተኾይኑ ዋጋ’ብሉን። ነብሰ ምክልኻል’ዩ። ኣብ ካልእ ግዜ
ክብድ ኢሎም ንዝተራኣዩኻ ንዓርከ- ዓመት።
ክትግበሩ ዘለዎም ነገራት ንዝርዝር። መጀመርታ መበገስን ወሳኒ ነጥብን’ዩ። ኣስፊሕና ከነዕልለሉ ስለ ዝደለኹ ድማ
መሓዛ ምክፋል፡ ንዘይከኣሉ ነገራት

“ኣብ ሂወት…ስድራይ ክሕዞ ዝግብኣኒ ልክዕ ተራ ምንጻር ኣብዩኒ”


ምኽሪ ሰንበት
ደዋሊ፡- ሃለው… ሃማመተኤ ኣገልግሎት
ምኽሪ ብቴሌፎን ድዩ?
ሃ.ማ.መ.ተ.ኤ. ምኽሪ ብተሌፎን ካብ ዝጅምር፣ ብዙሓት መንእሰያት ተጠቐምቲ ናይ'ዚ ኣገልግሎት ኮይኖም ኣለዉ። ንኡስ ዓምዲ "ምኽሪ
ሰንበት" እምበኣር ንገለ ካብ'ቲ ብቑጽሪ ስልኪ 124256 ወይ ብቑ.ሳ.ጶስጣ 1042 ናብ "ሆት ላይን" ዝቐርብ ሕቶታት እያ እትምልስ።

ተወሳኺ ስራሕ ክሰርሕ እናፈተንኩ ቁጠባ ገዛና


ክድግፍ ብዙሕ’የ ዝጽዕር። ካብ ስራሕ ምስ
ተመለስኩ ድማ ከዕርፍ ኣይሓስቦን እየ። ከም’ዚ
ብፍቕሪ ከማሙቆም ብዓቕመይ ይፈታትን
እየ።
ኣማኻሪት፡- ከም ግምተይ ብዛይካ’ታ
ኣማኻሪት፡- ኣዴኻ’ኸ ንኣሕዋትካ ሓግዝዎ
ኢላ ክትገንሖም ትፍትን’ዶ?
ደዋሊ፡- ብዝጠቅምን ዘይጠቅምን ንኣሽቱ
ነገር ነብስኻ ወጺዕካ ብዓይኒ ሓልዮት
ምጥማት የዋህነት እዩ። ነገራዊ ሸነኻት
ስድራኻ ክትሽፍን ክትብል፡ ካብ ነብስኻ
ዓይነት ተራ እንዳ ተጻወትኩ ሃጓፋት ስድራና ጀሚሩ ንውሽጣዊ ሸነኻት ሂወትኩም
ኣማኻሪት፡- እወ ጽቡቕ ኣለኻ፡ እንታይ “ኣይትግደስን’ያ” ዝበልካያ ምዕባይካ ሓብትኻ፡ ነገራት ወትሩ ስለ ተማርር ተገዲሶም ክሰምዑዋ
ክሽፍን ምፍታነይ የሕጉሰኒ እኳ እንተኾነ፡ ነዚ ከይትስእኖ ምጥንቃቕ ከድልየኻ እዩ።
ክሕግዘካ? እቶም ካልኦት ኣሕዋትካ ምንኣስካ እንተ እውን ኣይፍትኑን እዮም። ቅሱናት ዓይነት ስለ
ኩሉ ክገብር እንዳ ከኣልኩ ግን ጠባየይ ብጣዕሚ
ኾይኖም፡ ዕድሚኦም ልዕሊ 18 እዮም ክኾኑ ዝኾኑ ንዘረብኣ ኣየቕልብሉን እዮም። ኣነ ግን ደዋሊ፡- ኣነ ድኣ ድሓን ኩሉ ነገር እጸሮ
ደዋሊ፡- ወዲ 31 ዓመት መንእሰይ እየ። ረቒቕ ሓራቕ እናኾንኩ መጺኤ። ነዚ ጠባየይ
ዝኽእሉ። ከም’ኡ እንተኾኖም ድማ ዓቕሚ ክትዛረብ እንተጀሚራ ስለ ዝጭነቕ ንኹሉ ነገር እየ፡
ትምህርተይ ኣብ ሓንቲ ካብ ኮለጃት ሃገርና ብኸመይ ከመሓይሾ እንተ ፈተንኩ ይሕሸኒ
ኣደመ - ሄዋን ዝበጽሑ ዘጸብቐሎምን ጸይረ ከሐጉሳ ጥራሕ እየ ዝፍትን።
ድሕሪ ምዝዛመይ፡ ብሞያይ ኣብ ስራሕ ትብሊ? ኣማኻሪት፡- ከም’ኡ እናበልካ ዘዝኸበደ
ዘኽፍኣሎምን ዝፈልጡ እዮም። ስለ’ዚ
ዓለም ተዋፊረ ሂወተይ ይመርሕ ኣለኹ፡። ኣማኻሪት፡- ኣብ ልዕሊ ስድራኻ ዘለካ ባዕልኻ ክትጾሮ ትፍትን ኣለኻ፡ ውሽጥና
ኣማኻሪት፡- እቶም ዝጠቐስካዮም ኣሕዋትካ ከም’ቲ ናትካ ኣብ ሓላፍነት ስድራ ማዕረ
ሕጂ ሓደ ንኽድውል ዘገድድ ኩነታት ስለ ሓልዮት፡ ፍቕሪ እወታዊ ነገር’ዃ እንተኾነ ግን ካብ መግቢ ንላዕሊ ሓጎስን መንፈሳዊ
ኣብ ገዛ ምሳኻ ድዮም ዝቕመጡ? ተራ ከበርክቱ ዝግባእ እመስለኒ፡ ወይ እውን ናብ
ዘሎኒ እየ ዝድውለልኪ ዘለኹ። ነገራት ካብ ዓቐን ንላዕሊ ሚዛኖም ዘይሓለዉ ርግኣትን እዩ ዝደሊ። ንስኻ ግን ክሳዕ ሕጂ
ከም’ኡ ደረጃ ንክበጽሑ ናትካ ኮስኳስን
ደዋሊ፡- እወ፡ እታ ምዕባየይ ጓል ኮይና ምስ ዝኾኑ ናብ ሓደ ሸነኽ (ወገን) ጥራሕ ብዛዕባ ነብስኻ ኣይትግደስን ኢኻ ትመስል።
ኣማኻሪት፡- ሕራይ ኣብ ማሕበራዊ፡ ስነ- ምድፍፋእን ዘድልዮም ኮይኖም እስምዓኒ።
እቶም ምንኣሰይ ግን ሓንቲ ጓል ክልተ ስለ ዝዛዝዉ፡ እቲ ካልእ ወገን ይህሰን ይጉዳእን፡ ንድሌታትካን ስምዒታትካን ጎሲኻ ንነብስኻ
ኣእሙራዊ፡ ቁጠባዊ… ሸነኻት ሂወትካ ይኹን’ምበር ሓሳባትካ ብልክዕ ተረዲኤዮም
ኣወዳት እዮም። ሓላፍነት ናይ ገዛኹም ብመጀመርታ ንወለድኻ ክብሪ ዝኸላእካያ እመስለኒ። ነብስኻ ባዕልኻ
እንታይ ዘጋጠመካ ጸገም ኣሎ ድዩ? እንተ’ለኹ ኮይነ፡ ዳርጋ ኩሉ ሓላፍነት ናይ
እዩ ዝምልከት፡ ይኹን እምበር ብመሰረት’ቲ ከየኽበርካያ ዝኾነ ዝቐረበ ኮነ ዝረሓቐ ሰብ
ኣማኻሪት፡- ኣብ’ዚ እተካይዶ ገዚፍ ሰኸም ስድራኻ ባዕልኻ ክትጾሮ ትፍትን ኣለኻ።
ደዋሊ፡- ወለደይ ክልቲኦም ብሂወት ኣለዉ። ዝገለጽካዮ ክዉንነት ናይ ኣቦኻ ናብራ ገዛኹም ከኽብረልካ ኣይትጸበይ። ቁጥዕ ቁጥዕ ዘብለካ
ጾር ገዛኹም ኣብ ምስካም፡ ብዓቕሞም እንታይ ኣሕዋትካን ወላዲትካ’ከ ነዚ ብልክዕ ተረዲኦም
ኣሕዋተይ እውን ብተመሳሳሊ። ካብ ቦኽሪ ብኸም’ዚ ንዛረብሉ ዘሎና መልክዕ ሒዙ ኣሎ። ዘሎ ነገር ከኣ ውሽጥኻ ዋና ስኢኑ
ተራ የበርክቱ? ግቡእ ኣኽብሮት ይህቡኻ’ዶ?
ገዛና መበል ካልአይ ኮይነ፡ ብትሕተይ ሰለስተ ንኣዴኻ እውን ሓላፍነታ ስሒታ ኣላ ዘኽቲሙ፡ ነቶም ናይ ኣማን ድሌታቱ ጽን
ምንኣሰይ የሕዋት ኣለዉኒ። ይኹን’ምበር ደዋሊ፡- እታ ቦኽሪ ገዛና ዝበልኩኺ ወላ ደዋሊ፡- ኣደይ ምስ’ቲ ዘለና ናብራ ኢለ’ኳ እንተ ዘይደፈርኩ፡ ይዕበ ይንኣስ ኣብ ኢሉ ዝሰምዖ ስለ ዝሰኣነ እዩ። መጀመርያ
ኣቦይ ግቡእ ናይ ወላዲ ተራ ዝጻወት ሓላፍነት ሓንቲ ትግደስ ዓይነት ሰብ ኣይኮነትን፡ ይኸውን፡ ኩሉ ግዜ ምስ ኣማረረት እያ። ምሕደራ ገዛኹም እውን ግቡእ ተርኣ ትዋጽኦ ጸጽቡቑ ንነብስኻ ሕሰበላ ካብ’ኡ ሓሊፍካ
ዝስከም ኣቦ ኣይኮነን። ብሰሪ’ዚ ማሕበረ- ካብኣ ዝኾነ ተራ ክመጽእ’ዩ ዝበሃል ትጽቢት ኢዳ ስለ ዘይመልኣላ ምኒን ምባል ድኣ’ሞ ኣላ ዝብል መደምደምታ ክሕዝ ኣይከኣልኩን። ቀዳምነት እቲ ዘለካ ወፍሪ ናብ ነብስኺ
ቁጠባዊ ኩነታት ስድራና ኣብ ኣዝዩ ሕማቕ የብለይን። ናይ’ቶም ምንኣሰይ ዘለዉ ኣሕዋተይ ኣበይ ከይተርፍ፡ እቶም ንኣሽቱ ኣሕዋተይ ድማ በዚ ኮነ በቲ ንስኻ ብዝለዓለ ደረጃ ሓላፍነት ናይ ኣውዕሎ። ሽዑ ዕግበት ክስማዓካ እዩ። ኣብ
ኩነታት’ዩ ዝርከብ፡። ናብራና ካብ ኢድ ናብ ግን ንኣሽቱ ስለዝኾኑ ዝኾነ ሕማቕ ክስምዖም ንኣሽቱ ኢዮም ኢለ ሸለል እናበልክዎም’የ ስድራኻን ኣሕዋትካን ንምጻር ኣብ ውጥረት ኣከያይዳኻ ርትዓዊ ክትከውን ኢኻ።
ኣፍ ካብ ዝኸውን ሓጺር ኣይገበረን። ምስ’ዚ ኣይደልይን እየ። ስኡናት ኢና ኢሎም ምእንቲ መስለኒ እትረፍ ከኽብሩኒ ዝግደሳሱለይ እውን ትርከብ ኣለኻ። ካብ በይንኻ ነቲ ጾር ክትስከሞ
ናይ ምስትምሳል ስምዒት ከይሓድሮም ኢለ ደዋሊ፡- ዝሃብክኒ ምኽሪ ኣዝየ የመስግነኪ።
ዘለና ጸገም ኣደይ ምእንቲ ከይትጉሂ ተስፋ ኣይኮኑን። ብገለ ንኣሽቱ ነገራት ወላ ተጻጊመ ትፍትን ከተመራቕሖ ፈትን። በይንኻ ተካይዶ
ክትረክብ ኢለ ብዙሕ’የ ጸዓርዓር ዝብል፡ ገንዘብ እንተ ተኣኻኺሉለይ ክዳን ብዓቕመይ እናረኣዩኒ፡ ከም’ቲ ናተይ ደስ ኢሉኒ ንጥፈታት ይኹን ትሓስቦ ኣብ ስድራኹም ***
ይገዝኣሎም። ብሓጺሩ ንቦታ ወለደይ ተኪኤ ዝገብረሎም ኣይኮኑን። ውጽኢታዊ ክኸውን ኣይክእልን እዩ። ንኹሉ
ሓዳስ ኤርትራ 04 ጥሪ 2015 - ገጽ 4

ሚካያ ክትጻወሮ ዘይከኣለት ሕርቃን


ጸይራ’ያ ናብ ማኪናኣ ኣምሪሓ። ኣእዳዋ
እናወናጨፈት ድማ’ያ ናብ’ታ ከም
መዕቆቢ ሕርቃና ዝሓሰበታ መኪናኣ
ጠኒና። ‘እንታይ ይበሃል እዚ?’ ማዕጾ
ተዂላ ከተማ
ናይ ማኪና ብሓይሊ ዓጽያ ምስ ነብሳ መበል 75 ክፋል
ኣንጸርጸረት። ዘይሓሰበቶ ከም ዘጋጠማ እቲ
ዝህወኽ ዝነበረ ስምዒታ ይምስክረላ ነበረ። ተዅላ ከተማ፡ ኣብ 2004 ሃማመተኤ ብስም ዋሪ ፕሮዳክሽን ኣብ ዝዓደሞ ናይ ፊልም
ዝህዉኻ ዝነበረ ትንፋስ ከይሰኸነ እንከሎ
ደድሕሪኣ ዝሰዓበ ፋኑኤል የማናይ ማዕጾ
ጽሑፋት(script) ዉድድር፡ ኮሎኔል ብዝብል ኣርእስቲ ቀዳመይቲ ዝወጸት ስራሕ’ያ።
ከፊቱ ኣብ ጎድና ተቐመጠ። ኣዒንቲ ህጊ የለን። ንስኻ ጥራይ ዘይኰንካ ኩልና
ሚካያ ዝገንሑ ስምዒት ሓዚሎም ኣብ ዝብል ስምዒት ተቖጻጺርዋ። መንእሰያት፡ ኣብቲ ነጥሪ ዝቕመጠሉ ከባቢ ገላቢጥዎ። ንሓደ ሰሙን ስራሕ ክትረክብ ዝእዝዙና ዘመሓድሩና ሓለፍቲ ኣለዉና።
ልዕሊ ፋኑኤል ፈጠጡ። ብዙሕ ዝበሃል “ሚካያ፡ እንታይ ኴንኪ ኢኺ ብዙሕ ምስ በጽሑ ንነብሰ ስጋኣ ግንብንብ ዘብል ዝገበረቶ ፈተነ ብዘይፍረ’ዩ ተሪፉ። ካብ ኩሉ ነኽብሮምን ንእዘዞምን ኢና ድማ - ጊላ
ከም ዝነበራ’ሞ ንግዜኡ ሒዛቶም ከተጽቅጥ ከም ዘይተጻወርኪ ኣብ ሕጂ በጺሕኪ ስምዒት ክቐብራ ተፈለጣ። ‘ናበይ ድዮም ዘሕረቓ እቶም ኣስራሕቲ ዘቕርቡላ ዝነበሩ ክገብሩና ግና ኣይነፍቅድን።” ዕትብ ኢሉ
ዝደለየት ክትመስል ተነፊሓ ተራእየት። ዓቕሊ ዝወዳእኪ ትመስሊ። ኩሉ ነገር ዝወስዱኒ ዘለዉ?’ ብምባል ድማ ነብሳ ሕቶ’ዩ። ‘እንታይ ዓይነት መግቢ ሰሪሕኪ ዝስምዖ ስምዒት ኣንፈሰ።
ፋኑኤል’ዉን ኣፍቃሪቱ ከም ዝዀረየት ኣብ ደሓን ኩነታት እንከሎ. . .” ሓተተት። ስክፍታ ስለ ዝሓደራ ግና ሕቶ ትኽእሊ? ቈልዑ ከተጻዉቲ እንከለኺ “ሓቁ’ዩ እዚ ዝብለካ ዘሎ” ኢላ ሚካያ
ስለ ዘስተብሃለ ካብ ዘረባ ዝሕባእ ክመስል “ቅኑዕ ኩን ፋኑኤል!’’ ክሳዳ ጠምዚዛ ከተቕርበሎም ኣይተብዐትን። ተሰቒላታ ትጥቀምዮ ሜላ እንተለኪ? ንሽማግለታት ንኣፍቃሪኣ ናብ ሳምራዊ ኣድሃበት። “ሓደ
ርእሱ ኣድኒኑ ምስ ስቕታ ተዓራረኸ። ብኣቓልቦ ጠመተቶ። “ክሳብ መዓስ ዝነበረት ማኪና ደዉ ምስ በለት ግና ምስ’ቲ ማዕረ ክንደይ ኢኺ ትጻወሪ? ሰብኣይ ጸገም ኣሎ ሳምራዊ ሓወይ። ፋኑኤል ኣብ
‘ዝገርም’ዩ!’ ኣጉረምረመት ሚካያ ድሕሪ ኢኻ እናተሓባእካ ክትነብር። ተደራራቢ ዓመታት ዝሰርሓትሉ ነጥሪ ዝነብረሉ እንዳማትኪ ከይትጥምቲ እንታይ ቃል ፈለማ ሓደጋ ምስ ኣጋጠሞ ንፖሊስ ዝሃቦ
ገለ ናይ ስቕታ ካልኢታት። ኣብ ቤት እንዳ ጸገም ዘምጽኡልካ ዘለዉ እቶም ካብ ቪላ ተፋጠጠት። “ኣንታ ኣበይ ዲኹም ትኣትዊ? ንኣስራሒትኪ ደፊርካ ዘየዛርብ ቃል ፈጻሚ ሓደጋ ንሱ ከም ዝዀነ’ዩ
ሳምራዊ ዝረኣየቶ እምባጓሮ ሃንደበትን ሰብ ጥራይ ዘይኰነ እንተላይ ካብ ኣምጺእኩሙኒ?’’ ገና ከይወረደት እንከላ ልሳን ትዉንኒ ዲኺ?’ ኰታ ካብቶም ዘረጋግጽ። እዚ ዘይሓቂ ተግባር’ዚ ሓንሳብ
ኣዝዩ ዘሰንብድን’ዩ ኰይንዋ። ኣፍቃሪኣ ገዛእ ርእስኻ ክትሓብኦም ትደሊ ዘለኻ ብስምዒት ሓተተት። “ማለተይ ኣብዚ ብዙሓት ሒደት’ዮም። እዞም ምሉኣት ከም ሓቂ ስለ ዝተሓስበ ድማ ክቕየር
‘ገንዘብ ስለ ዝረኸብና ሓምሳ ሽሕ ናቕፋ ምስጢራት’ዮም። ብርኲታ፡ እቲ ፈሊጣቶ ከባቢ ንዓመታት ስለ ዝሰራሕኩ እንድዒ ሓሳባትን ካልኦት ከምኦም ዝኣመሰሉ ዝኽእል ኣይኰነን።”
ክንህቦም’ ኢሉ’ዩ ከተሰንዮ ሓቢርዋ። ዘላ ሓቂ ይነገራ! ክሕባእ ዘይክእል ነገር ስኽፍክፍ ኢሉኒ።’’ ዘረባኣ ኣመዓራረየት። ሕቶታትን ተኸኽ ዘበሉዋ’ዮም። ኣብ’ቲ “ንሱስ ፈሊጠ። ብርኲታ ትሓቶ ዘላ
ኣቶ ሳምራዊን በዓልቲ ቤቱን ገንዘብ ምስ ምሓባእ ትርፉ ድኻም’ዩ።’’ ምኽንያቱ ‘ካብ ነጥሪ ወጻኢ ነጥሪ ዝቕመጠሉ ድርኲኺት ግና ስም ሓላፊኻ ክትፈልጥ ጥራይ’ዩ።’’
ተረከቡ ዘረባ ግና ካብ ትጽቢታ ወጻኢ’ዩ “ኣብ ጸገም እቶ ዲኺ ትብልኒ ዘለኺ ካልእ ቤት ኣሎ’ንዶ’ ምስ በጽሐት ድማ “ኢያሱ’ዩ ዝበሃል፡ ሳጓኡ ድማ ነጥሪ።
ነይሩ። ሚካያ ቅጭ መጺእዋ እንከሎ ሚኪ?’’ ዝብል ሓሳብ ንሕቶኣ ‘ካብኦም’ኳ እገላገል’ ቀታል ወደይ ክፈልጦ ትብል እንተላ
ማኪና ከተንቀሳቕስ ሞተር ኣተስአት። “ኩሉ ዝፈልጦ ምስጢር ሓቢእካኸ ዳግመ ግምት ዝብል ሓሳብ’ዩ ሓብራ።’’ በለት ሚካያ ኣፍቃሪኣ ትም ስለ
“ሳምራዊ ይመጽእ ኣሎ’ሞ ሓንሳብ ክትቅጽል ትኽእል ዲኻ? ኣታ ክትገብረሉ መጺእዋ። ዝበለ ዓቅሊ ወዲኣ። ፋኑኤል ካብ ድሌቱ
ንጸበዮ።’’ በለ ፋኑኤል ናይ ግድን ክሕብራ ወዲ ጭንቀት ጥራይ ደረኻ። “ገዛ ንእቶ’’ ወጻኢ ትዉስን ንዝነበረት ኣፍቃሪቱ
ስለ ዝነበሮ ንዝነገሰ ስቕታ ሰይሩ። ቅጭ ክቐትለካ’ዩ። “ንዉረድ በለ ነጥሪ ከም ዘይቅበላ ንምግላጽ ኣዒንቱ ዓሚቱ
ከም ዝመጻ ዝሕብርን ዝቃጻዕን ኣዒንቲ ‘ ኩ ሉ ኣጽቀጠ።
ሚካያ ኣብ ልዕሊ ኣፍቃሪኣ ቀዉ በለ። “የቐንየለይ ሚካያ!’’ ማዕጾ ማኪና
ካብ ሕክምና ካብ ትወጽእ ብተደጋጋሚ ከፊቱ ወረደ ሳምራዊ። ካልእ ዝጽበዮ
የሕርቓ ብምንባሩ ዓቕላ ወዲኣ ነበረት። ኣይነበሮን።
“ጸገም ዘለካ እንተዀይኑ እንታይ
ክትገብር ንዓይ ኣሰንይኒ ትብለኒ!’’ ሞተር ***
መኪና ኣጥፊኣ ኣስናና ብምሕርቃም ተስፋን ቅብጸትን ኣብ ዝተፋጠጥሉ
ንዝነበራ ሕርቃን ከተንፍሶ ተዳለወት። እዋን’ዩ ንነጋሲ ቆጺርዎ። ኣብ ቦታ ቆጸራ
“ቀዳማይ ነገር ኣብዚ ጉዳይ ኣመልኪትካ እንከሎ ድማ ኣፍቃሪቱ ዝበለቶ ‘ከቢድ
ዝሓበርካኒ የብልካን። ብርኲታ ትብሎ ሞት ካብ ሞት ነይሓልፍ’ ዝብል ምሉእ
ዝነበረት ጉዳይ ንዓይ ሓድሽ’ዩ።’’ ሓሳብ እናደጋገመ ናብ ኣእምሮኡ ይመጾ
ክምልሰላ ትጽበ ክትመስል ኣዒንታ ተኺላ ነበረ። ‘ሞት ቀሊል ስለ ዝመሰላ ድያ ከምኡ
ተጸበየቶ። ኢላትኒ?’ ናይ ኣፍቃሪቱ ኣባህላ ኣገረሞ።
“ህድእ እንዶ ንበል ሚኪ!’’ ዘረባ ከም ዝፈልጦ ‘ከይትመዉት ሰጊእናዶ ኣይኰናን ኩልና
ዝተጸልኦ ግንባሩ ደጊፉ ዘይዕግበቱ ገለጸ ድ ቓ ላ ከብድና ሓቑፍና ሰሙናት ዝገበርና። ኣየ
ፋኑኤል። በቲ ክትመጾ ዘይደልያ መንገዲ ሓኒቕክን ንኹሎም ሚካያ፡ ንኹሉ ረሲዓ ከቢድ ሞት ካብ
ምምጻኣ ባህ ኣይበሎን። ከምኡ ስለ ዝዀነ ኣይትቕተላ’ ኣ ጋ ይ ሹ ሞት ነይሓልፍ ኢላትኒ!’ እቲ ዘረባ ካብ
ምኽኒት ደርዲሩ’ዩ ካብቲ ኣርእስቲ ዝበሃል ምስላ ኣሎ። እናተዓዘበ። “እተዊ ኣፍቃሪቱ ስለ ዝመጸ ኣዝዩ ኣስቆርቆሮ።
ክሃድም ዝደሊ። “እቲ ትብሎ ዝነበረት ንስኻ ድማ በዓል ብርኲታ ብርኽቲ!’’ ብምባል ድማ ነጋሲ እንተዘይመጽእ ነይሩ ብሓሳባት
ንኹልና ሓድሽን ዘይተጸበናዮን’ዩ።’’ ንዝፈለጥኦ ምስጢር ክትቀብር ፈለማ ንሳ ክትኣቱ ሓበራ። ብርኽቲ ተዋጢሩ ምቐጸለ ነይሩ።
ክጥብራ ፈተነ። ኣይትፈትን።’’ ነቲ ነዊሕ ዝሰርሓትሉን ምንም ዘይሃባን ቤት “ከመይ ቀኒኻ ነጋሲ?’’ በለ ዘዋጠሮ
“ዘይከዉን እንዶ ኣይትዛረብ “እንታይ’ሞ ክገብር!’’ ተናወጸ። “ነጥሪ ከም ዝናፈቐት ብዘይ ተወሳኺ ምሕጽንታ ሓሳብ ዘወንዝፍ ሰብ ብምርካቡ እፎይ
ፋኑኤል!’’ ኢዳ ነጺጋ ንቕድመኣ ናብ መን ምዃኑ ኣይንስህቶን ኢና። ኣይኰነን ብርኽቲ!’’ ቀባሕባሕ እናበለት ተደርገመት። እናበለ። ግና ቀልጢፉ’ዩ ኣብ ጣዕሳ
ቤትሮ ማኪና ኣተኰረት። ብኻልእ መገዲ እዚ ረኺቡ ከይረኸበ’ዉን ጽቡቕ ከም ኣ ብ ኣፍደገ’ቲ ነጥሪ ተሸሚሙ። ምስ ነጋሲ ምርኻብ’ዉን
ከም ዘይተቐበለቶ’ያ ትሕብሮ ነይራ። ገጻ ዘይሓስበለይ ትፈልጢ ኢኺ።’’ ዝቕመጠሉ ቪላ ምስ በጽሑ ሓደ ካብቶም *** ካልእ ናይ ገዛእ ርእሱ ወጥሪ ከም ዘለዎ
ከይመለሰት ድማ ተወሳኺ ዘረባ ቀጸለት። “ከቢድ ሕማም ካብ ሞት ነይሓልፍ ዘምጽእዋ ክዛረብ ሰምዓቶ። ሳምራዊ ቅድሚ ዘረባ ምጅማሩ ይፈልጥ ነበረ።
“ከመይ ገይሩ ደኣሉ ንዓኻ ጋሻ ዝዀነ? ኣንታ!’’ “ኣበይ ደኣልኩም ኣምጺእኩሙኒ?’’ ኣዕሚቑ ኣስተንፈሰ። “ቅድሚ “ደሓን ኢና፡ ብወገንካኸ?’’ ዓጸፌታ
እንታይ ድያ ትብለካ ዝነበረት?. . . .” “እሞ ክመዉት ዲኺ ትደልዩኒ ድሕሪ ምዉራዳ ነግ ፈረግ እናበለት ፍርሒ ምብጋስኩም ዝብሎ ኣለኒ።’’ ነብሱ መለሰ ነጋሲ ኣዒንቱ ኣዕሊቡ። “ግዜ
መልሲ ክትረክብ ንቕድሚኣ እናጠመተት ዘለኺ?’’ ንብዓት ክስዕሮ ደለየ። “ካብ ዘንጸባርቑ ኣዒንታ ኣንከባለለቶም። “ኣብዚ ከረጋግእ ንገለ ካልኢታት ትም በለ። “እዛ ምስ ወሰድካስ ትድዉለለይ ኰይኑ
ተጸበየት። “ቀታል ወደይ መን’ዩ ዝብል ኣሃዶይ ኰብሊለ ካብ ኩሉ ጸግዒ ዘይብለይ እንተዄንኩም ንዓመታት ዝሰራሕኩሉ ሰበይቲ ከም ዝረኣኻያ’ያ። እቲ ንኹልና ኣይተሰምዓንን።’’ ቅልጥፍ ኢሉ ናብ
ሕቶ ካበይ ከተምጽኦ ትኽእል?. . . ከም ዝተረፍኩ ትፈልጢ ኢኺ። ንሱ ቤት ስለ ዝዀነ ይትረፈኒ።’’ ዉሳነኣ ተቕርቦ ዘላ ሕቶ’ዉን ፈሊጥካዮ ኣለኻ። ጉዳዮም ዘአቱ መገዲ ጸረገ።
.እንታይ ኰይናኸ ሕጂ ኣምጺኣቶ? እንተባሪሩኒ ኣበይ’የ ዝዕቆቦ?’’ ኣፍለጠት። እቶም መንእሰያት ግብረ ነቕርቦ ምኽኒት ብዘየገድስ ቀታል ወደይ “ደንጉየዶ?’’ ዝተቖጻጸሮ ፍርሒ ክሓብእ
ፈሊጣቶ እንተዀይናኸ እቲ ምስጢር “ካብዚ ዘለናዮ መቕጻዕትኻ ይብዛሕ መልሲ ከይሃብዋ ግና ማዕጾ ተኸፊቱ ነጥሪ ንገሩኒ ትብል ኣላ። ስለዚ መንነት ቀታል እናፈተነ ሓተተ ፋኑኤል። “እሞ ሎም
ስለምንታይ ዘይሕበራ?’’ ንሳ’ዉን ብግደኣ ይዉሓድ ወሲድካ ብቕሳነት ምንባር ክቕልቀል ረኣየቶ። ብርኽቲ ንእለት ኣብ ወዳ እንተተሓበራ እንታይ መስለካ? ዝመጸ ይምጻእ ከም ኣሕዋት ዝስመዓና
ኣዋጠረቶ። ኣይሓይሽን? ኣነ ንሱ እመርጽ!’’ ጽፍራ ክትኣቱ ዘገድድ ሕፍረት ክቐብራ ሚካያ’ዉን ርእይቶ ሃብሉ።’’ ክንዘራረብ ኢና ተራኺብና ዘለና። ግና
“ኣንቲ ሚካያ እንታይ ኴንኪ ኢኺ “በሊ ሕራይ ሰብኣያ ይመጽእ ስለ ዘሎ ኣስተዉዓለት። “ኣንታ ሳምራዊ እንታይ ኢኻ ቅድሚኡ ኣነን ንስኻን ንኣትዎ ቃል
ከም ዘይትፈልጢ ትዀኒ። ልክዕ’ዩ ብዛዕባ እዚ ዘረባ ደሓር ይኹነልና።’’ ኣዒንቱ “ከመይ ቀኒኺ ብርኽቲ?’’ ነጥሪ ናብኣ ዘይትርደኣኒ!” ንእለት ነደረ ፋኑኤል። ክህሉ ኣለዎ።’’ ተማሕጸነ ብዙሕ ምስጢር
ቀታል ወዶም ገለ ዘረባ ስለ ዝሰምዑ ናብ’ቲ ናብ ማኪናኦም ዝስጉም ዝነበረ ገጹ ቀሪቡ ኢዱ ንሰላምታ ዘርጊሑ ነጥሪ ንጉዳዩ እንተፈሊጥዎ ዝፈጥሮ ከም ዘለዎ ብዝእምት ኣዘራርባ።
ሰብኣያ ከጻርየሉ ከም ሕቶ ኣልዒሉለይ ሳምራዊ እናተዓዘባ ንኣፍቃሪቱ ክትጥንቀቕ ሰዓማ። “ኣንቲ ሽፍታ! ብዋዛ ዋዛ ከምኡ ጸገም’ዩ ዝረኣዮ ነይሩ። “ሓላፊየይ ስለ “ጽቡቕ! ኣነ’ዉን ኣብ ከምኡ’የ
ነይሩ። ንሱ ከም ዝብሎ እቲ ምስጢር ካብ ተማሕጸና። “እቶ ሳምራዊ!’’ ኣኽብሮቱ ጌርኪ ሽርብ ትብሊ። እዋይ ጭካኔ ምሳኺ ዘይፈለጥካዮ ኢኻ ከምኡ ትብል ዘለኻ!’’ ዝኣምን። ክሳብ መዓስ ሰባት ክላገጹልና
ፖሊስ’ዩ ረኺብዎ። ኣነ ቀታሊ ማቱሳላ ገሊጹ ናብ ማኪና ክኣቱ ሓበሮ። ዘሎ! ዝገርም’ዩ።’’ እናበለ ካብ እግራ ክሳብ “ኣንታ እንታይ ኢኻ ኣንበሳን ነብርን ክነብሩ! ንዘራረብ ፋኑኤል። ኣነን ንስኻን
ከም ዘይኰንኩ ፈለማ ንፖሊስ ሓበሬታ ጸጉሪ ርእሳ ጠመታ። ብርኽቲ ርእሳ ከም ዘማእከሉኻ ትስንብድ። ሓላፊኻ ንነብሮ ዘለና ህይወት ብሕምቀትና
ሂበ ስለ ዝነበርኩ ካብኡ ረኺብዎ ክኸዉን *** ካብ ምድናን ወጻኢ ዝበለቶ ኣይነበረን። ሰብ’ዩ መስለኒ። ደሓር ድማ ኩሉ ዝፈጠርናዮ’ዩ።’’ ብጐቦ ጐቦ ከይተረድኦ
ይኽእል’ዩ። እዚ ኣብ እዋኑ ሓቢረኪ ብርኽቲ፡ ነቶም ስራሕ ረኺብናልኪ ተቛዋሚ መንፈሰ’ዉን ነጥሪ ክዛረብ ምስ ትሕቲ ሕጊ ምዃኑ ኣይትዘንግዕ። በዓል ሓያል ስምዒት ሰዓሮ።
ነይረ’የ።’’ ኢሎም ናብቲ ዝተዳለወላ ናይ ስራሕ ሰምዐ ተፋንይዋ ተዓዚሩ’ዩ። እቲ ትፈልጦ ሽመት’ዉን ፈጣሪ ከም ዘይኰነ ክንፈልጥ
“ኣይሓበርካንን!’’ በለቶ ካብኡ ኣይሕለፍ ቦታ ብማኪና ዝወስድዋ ዝነበሩ ክልተ ኣፍደገ ገለ ትዝታ ፈጢሩ’ዩ ንኸርሳ ይግበኣና። ‘ሓላፊ ሰብ ኣሕላፊ!’ ዝብል ይቕጽል
ሓዳስ ኤርትራ 04 ጥሪ 2015 - ገጽ 5

ሓድሽ ዓመትን ኣከባብራኡን


ሓደ ጥሪ፡ ፈልመይቲ መዓልቲ ናይ
ሓድሽ ዓመት’ያ። ነዚ ምርኩስ ብምግባር
ድማ ባሕቲ ጥሪ ዳርጋ ኣብ መላእ ዓለም
ብዝተፈላለዩ በዓላት ተዘኪራ ውዒላ።
ዝጸንሐት ዓመት ግዜኣ ኣብቂዓ ብሓዳሽ
ዓንዶም ጸጋይ ዓመት ኣብ ትትከኣሉ ግዜ፡ ሰማያት
ዝተፈላለያ ሃገራት ዓለም ብሪሽታት

ኣብ 2014 ዝኸሰባ ኩባንያታት ዓለም ክደምቕ’ዩ ዝረኣይ። መዓልቲ ሓድሽ


ዓመት ናይ ምኽባር ልምዲ ካብ ቅድሚ
ኣስታት 4000 ዓመታት ኣትሒዙ
ዓበይቲ ኩባንያታት ዓለም፡ ኣብቲ ዝነጥፍኦ ዓውዲ ኢንዱስትሪ ካብ ተወዳድርነት ከምዝፈለመ ይንገር። ኣብ ከባቢ 2000
ሓሊፈን ኣዝየን ርቡሓት ክኾና ኣብ ቀጻሊ ጻዕሪ’የን ዝርከባ። ገለ ግዙፍ ወጻኢታት ዓ/ም (ቅ.ል.ክ) ዝነበሩ ባቢሎናውያን ነዚ
ኣፍሲሰን ኣምሳይኡ ኣዝዩ ብዙሕ እቶት ከኻዕብታ ከለዋ፡ ብኣንጻሩ ድማ ብኽሳራ ልምዲ’ዚ ከምዝጀመሩዎ ይዝንቶ። በዚ
ኣደዳ ዕዳን ዘይተደለየ ጥፈሻን ዝኾና ከኣ ብቑጽሪ ብርኩታት እየን። ኣብ 2014 ምኽንያት’ዚ ድማ መዓልቲ ሓድሽ
ብኣታዊታተን ብዘኻዕበትኦ መኽሰብ ምስ ቀዳሞት ሓሙሽተ ዝተሰርዓ ኩባንያታት ዓመት እቲ ዝጠንተወ በዓል ተባሂሉ’ዩ እከይ ሰይጣን ዘርሕቕ ከምዝኾነ 12 ፍረ ወይኒ ይበልዕ። ብፍላይ ኣብ
ዓለም እዘን ዝስዕባ እየን። ዝግለጽ። ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት፡ ይእምነሉ። ፔሩ ከም ተደራቢ ናይ ጽቡቕ ዕድል
1. ንግዳውን ኢንዱስትሪያዉን ባንክ ቻይና ኣበዓዕላ መዓልቲ ሓድሽ ዓመት ካብን ኣብ ሃገረ እንግሊዝ ኣብ ዝርከቡ እምነት መበል 13 ፍረ ወይኒ ናይ
እዚ ገዚፍ ባንክ ኣብ ዓመተ 2014 ብዝረኸቦ ናይ 42.7 ቢልዮን ዶላር ጽሩይ ናብን ይፈላለ’ዩ። ኣብ መዓልቲ ሓድሽ ሕብረተሰብ፡ ኣብታ ፈላሚት መዓልቲ ምብላዕ ልምዲ ይረአ። ኣብ ኢጣልያ
መኽሰብ፡ ካብ ዓለም ዝኸሰበ ኩባንያ ክኸውን ክኢሉ። ቀንዲ ምኽንያት ምኽዕባት ዓመት ዝረአይ ካብ ወለዶ ናብ ወለዶ ናይ ሓዳስ ዓመት ናብ ገዝኦም ዝመጽእ ኣብ ትርከብ ኣውራጃ ሲሲሊያ፡ ኣብ
ኣታዊታት’ዚ ባንክ መንግስቲ ቻይና ዝኽተሎ ቅርጡው ፖሊሲ ምዃኑ ይንገር። እናተሰጋገረ ዝኸይድ ልምዲ፡ ኣብ ውሽጢ ቀዳማይ ሰብ ከም መግለጺ ጽቡቕ ፋል መዓልቲ ሓድሽ ዓመት ላዛኛ ጥራይ ናይ
2. ኩባንያ ኣፕል ሃገር ኣብ ዝርከቡ ሕብረተሰባት ከይተረፈ ይርእይዎ። ከም እምነቶም እቲ ዝመጾም ምቕራብ ልምዲ ኣሎ። ከም እምነት‘ቶም
ኣብ ኣመሪካ ዝመደበሩ ኣብ ቴክኖሎጂ ዝነጥፍ ኢንዱስትሪ ትካል ኣፕል ዝፈላለ’ዩ። ገለ ካብ ኣደነቕቲ ልምድታት ጋሻ፡ ዝኾነ ህያብ ብምሓዝ ብቕድሚት ነበርቲ’ቲ ኣውራጃ፡ ኣብዛ መዓልቲ ካብ
ንንግዳዊ ባንክ ቻይና ስዒቡ ዝኸሰበ ኩባንያ እዩ። ኣብ ዓመተ 2014 ናይ 37 ዝተፈላለዩ ሕብረተሰባትን ኣህዛብን ዓለም መዓጾ ናብ ውሽጢ ገዛ ይኣቱ። ኣብ ላዛኛ ወጻኢ ካልእ መግቢ ምስ ዝቕረብ
ቢልዮን ዶላር መኽሰብ ግሒጡ። እስከ ንመልከት። እዋን ምውጻእ ድማ ብናይ ድሕሪት ናይ ሕማቕ ፋል መግለጺ ተባሂሉ
3. ኩባንያ ጋዝ ፕሮም ኣብ ኣሜሪካ ልክዕ ፍርቂ ለይቲ መዓጾ ክወጽእ ይግባእ። ሓደ ጋሻ ብዘይ ይግለጽ።
ናይ ነዳዲ ኩባንያ ጋዝ ፕሮም ኣብ ዝርዝር ዝሃብተሙ 20 ኩባንያታት ዓለም ኣኺሉ፡ ሓዳስ ዓመት ከም ዝመጸት ኣብ ዝኾነ ህያብ ምስ ዝመጽእ፡ ከም ቀዳማይ ኣብ ቻይና ኣብ መዓልቲ ሓድሽ ዓመት፡
ካብ ዝኣተዉ ክልተ ናይ ሩስያ ኩባንያታት ሓደ እዩ። ዝረኸቦ 35.7 ቢልዮን ዶላር ዝብሰረሉ ህሞት፡ ኣብ መንጎ ተጻመድቲ ጋሻ ኮይኑ ናብ ውሽጢ ገዛ ክኣቱ ስድራቤታት ካራሩ ኣይጥቀማን እየን።
ጽሩይ ኣታዊ ናይ 2014 ሳልሳይ ዝኸሰበ ኩባንያ ክኸውን ኣብቂዕዎ ይርከብ። ናይ ምስዕዓም ልምዲ ኣሎ። ትርጉም’ቲ ኣይፍቀደሉን’ዩ። ኣብ ውሽጢ’ተን 24 ሰዓታት ዝኾነ ኣባል
4. ኤክሶን ሞቢል ምስዕዓም ከኣ ናብታ ሓዳስ ዓመት ብዘይ ኣብ ፔሩን ስጳኛን ተመሳሳሊ፡ ናይ ስድራ ካራ ክሕዝ ኣይፍቀደሉ’ዩ። ናይ’ዚ
ንኩባንያ ኣፕል ተኸቲሉ ብመኽሰቡ ኣብ ኣመሪካ ብኻልኣይ ደረጃ ዝስራዕ ቂምታን ጽልእን ብፍቕሪ ከምዝተሰጋገሩ መዓልቲ ሓድሽ ዓመት ናይ ኣበዓዕላ ምኽንያት ድማ እቲ ካራ ንጽቡቕ ዕድል
ኩባንያ ኤክሶን ሞቢል እዩ። ኣብ 2014 ጥራይ 32.6 ቢልዮን ዶላር ዝግመት ንምምልካት እዩ። ብዘይካ’ዚ ኣብ እዋን’ቲ ልምዲ ኣሎ። ነፍስወከፍ ሰብ ንዝቕጽላ ናይታ ስድራቤት ከይቖርጾ ካብ ዝብል
ጽሩይ መኽሰብ ኣብ ማሕፉዳኡ ኣእትዩ። ፍጻመ ዘሎ ናይ ጽምዋ ሃዋህው፡ ንግብሪ 12 ኣዋርሕ ሰናይ ዕድል መታን ክገጥሞ እምነት ዝተበገሰ’ዩ።
5. ኩባንያ ሳምሱንግ

ቋንቋ ጥቕሲ
ኣብ ደቡብ ኮርያ ዝርከብ ዝተፈላለዩ ናይ ቴክኖሎጂ መሳርሒታት ዘፍሪ ምትካል
ሳምሱንግ ናይታ ሃገር ዝዓበየ ኩባንያ እዩ። በዚ ዝሓለፈ ዓመት ዝረኸቦ ናይ ልዕሊ “እቶም ንግዜኦም ብግቡእ ዝጥቀሙሉ ሰባት፡ ሓንቲ’ኳ ዝኸስርዎ ነገር የልቦን”
27 ቢልዮን ዶላር ኣታዊ ከኣ ኣብ ደቡብ ኮርያ ናይ ቀዳማይ፡ ኣብ ዓለም ድማ ኣብ ቶማስ ፉለር
ሓሙሻይ ተርታ ተሰሪዑ ይርከብ።
ኣይኮነን። ጣዕሳ ብጣዕስኡ ኣብ ብቕዓትን ዘይብልና እንተዄንና ግና
ንእስነትና እንተኾይኑ፡ ነቲ ዝሓለፈና ክንዮ ጓሂ’ሞ እንታይ ኢና ክንገብር!
ዚሓለፈካዮ እዋን’ሲ ብባህታ
ነገር ከይተሓለልና ብምጽዓር ሕርር ኩምትር እንተበልና’ኸ
ኣፍልጦ ብዛዕባ ደሴት ሰሎሞን እንተተዘከረ’ዩ ጥዑም። ዋላ’ውን
እቲ እዋን ጥዑም ኣይንበር፡
ክንመልሶ ንኽእል ኢና። ሰኣን ግዜና ኣበይ ኢና ክንበጽሕ? ስለዚ ንግዜ
• ጠቕላላ ስፍሓት 27,556 ትርብዒት ኪ.ሜ ብግቡእ ዘይምጥቃም ብዙሕ ነገራት ኣብ ኢድና ኸሎ ንጠቐመሉ፡ ኣብ
ብምስትምሳል ጥራይ ሓሊፍናዮ
• ጠቕላላ ንውሓት ገማግም ባሕራ 5,313 ኪ.ሜ እንተኸሲርና፡ እሞ ኸኣ ነቲ ብኸንቱ ኣዒንትና ኸሎ ንንቅሓሉ፡ ኣብ
እንተዄንና ዘየጒሂ ኣይኮነን። ነቲ
• በራኽ ሃገር ከምዝኾነት ዝንገረላ ኮይና ክሳብ 2,332 ሜትሮ ብራኸ ዘባኸንናዮ ዕድል ክንመልስ ዓቕምን ብርክና ከሎ ድማ ንጉየየሉ!
ቔናን እዋን ክንብድህ ገለ ነገር
ዝበጽሕ ጎቦ ፖፖመንሳዩ ኣብታ ደሴት ይርከብ። እንተጌርና ግና ብርግጽ ነቲ ግዜ

ሱዱኮ
• ወግዓዊ ቛንቛ ህዝቢ‘ታ ደሴት ቋንቋ እንግሊዝ እዩ። ከሲርናዮ ኣይንበሃልን።
• ዝበዝሐ ህዝባ ተኸታሊ እምነት ሃይማኖት ካቶሊክን ከኒሻን እዩ። ንግዜ ንድሕሪት ክንመልሶ
• ዕምሪ ዕድመ ህዝቢ ደሴታት ሰሎሞን ብማእከላይ ገምጋም 73 ኮይኑ፡ ዓቕሚ እንተዝህልወና፡ ብዙሕ
መጠነ ሞት ዕሸላት ድማ ካብ 1000 ዝውለዱ ህጻናት 20 እዩ። ነገራት ምቐየርና። ምኽንያቱ፡
• ብባይቶ ትመሓደር ሃገር ኮይና ብቐዳማይ ሚኒስተር ድማ ትምራሕ። “ከምዚ እንተዝገብር ነይረ” እናበልና
ዝተጠዓስናሉ እዋናት ውሑድ

ፊፋ
እግሪ ጋንታ’ውን ሼፈልድ ፉትቦል ክልበ ኣድላይነት ኢንተርናሽናል ፈደረሽን ኩዕሶ
ዝተባህለት ናይ ዓዲ እንግሊዝ ጋንታ እያ። እግሪ ስለዝተጠልበን፡ ኣብ 1904 ኣብ
ኣብ ዓዲ እንግሊዝ ይፈለም ደኣ’ምበር፡ ከተማ ፓሪስ ብዝተገብረ ዋዕላ፡ ብ “ፊፋ”
ጸወታ ኩዕሶ እግሪ ዝማዕበለ ግን ካብ ዓባይ (ኣህጉራዊ ፈደረሽን ኩዕሶ እግሪ) ዝብል
ብሪጣንያ ዶብ ወጻኢ ናብ ካልኦት ሃገራት ኣሕጽሮተ ቃል ዝጽዋዕ ላዕለዋይ ኣመሓዳሪ
ኤውሮጳን ኣህጉር ደቡብ ኣሜሪካን ምስ ኣካል ተመስረተ። መስረት’ቲ ሃገራት
ተኣታተወ እዩ። ወግዓዊ ውድድር ኩዕሶ ዝነበራ፡ ፈረንሳ፡ ቤልጁዩም፡ ዴንማርክ፡
እግሪ ኣብ 1893 ኣብ ኣርጀንቲና፡ ኣብ ሆላንድ፡ ስጳኛ፡ ሽወደንን ስዊዘርላንድ
1895 ኣብ ቤልጁም፡ ኣብ 1896 ኣብ ኮይነን ከም ኢጣልያ፡ ጀርመንን ኦስትሪያን
ሽወደን፡ 1998 ኣብ ኢጣልያ፡ ከምኡ ድማ ድሒረን ብቕጽበት ዝተጸንበራ
ድማ ኣብ 1900 ኣብ ብራዚል፡ ኡራጋይን ሃገራት እየን። እተን ዝተረፋ ኣባላት
ጀርመንን ከምዝተጀመረ ይንገረሉ። ሃገራት ድማ በብግዚኡ ናብቲ ዝለዓለ በዓል
ጸወታ ኩዕሶ እግሪ ካብ ግዜ ጥንታዊት ብኸምዚ ኣገባብ ዝፈለመ ውድድራት ኣዛዚ ኣካል ጸወታ ኩዕሶ እግሪ ኣባልነተን
ግሪክ ጀሚሩ’ኳ ይዝውተር እንተነበረ፡ ጸወታ ኩዕሶ እግሪ፡ ኣድላይነቱ ካብ ግዜ ኣውሓሳ። ብመሰረት ዋዕላ ፓሪስ (1904)
ምንጪ ናይዚ ዘመናዊ ዓይነት ጸወታ ግን ናብ ግዜ ክንዮ ውሽጣዊ ውድድራት፡ ንውድድራት ዋንጫ ዓለም ከእንግድ
እንግሊዝ እያ። እታ ቀዳመይቲ ናይ ኩዕሶ ኣህጉራዊ መልክዕ ክሕዝ ስለዝተደልየን ዝኽእል እንኮ ኣካል ፊፋ ጥራይ እዩ።
ሓዳስ ኤርትራ 4 ጥሪ 2015 - ገጽ 6

ብሃማመተኤ ዝዳሎ ዓምዲ

* ምስ ነብስኻ’ዶ ከተላልየና፧ ክንክእል ኣሎና። ኣብ ርእሲ’ውን ማሕበር

“ትርጉም፡ ምቁር ቃንዛ’ዩ”


ኤርትራውያን ጸሓፍቲ/ደረስቲ ክቐውም
- ሚኪኤል ኣዳም እብሃል። ኣብ ፈለማ ኣገዳሲ ኮይኑ ይስምዓኒ።
ሰማንያታት ኣብ ኣስመራ ተወሊደ፡ ዓብየ።
* ኣብ መጽሔት መንእሰይ ይኹን
* ኣብ ንኡስ ዕድመኻ ዝነበረካ ራኢ
እንታይ ይመስል ኔሩ፧
ኢንጅ. ሚኪኤል ኣዳም ጋዜጣ ዝበዝሕ ኣብ ፍልስፍና ዘቕንዐ
ጽሑፋት ኢኻ ክተበርክት ጸኒሕካ። እቲ
- ሓያል ፖለቲከኛ፡ ጋዜጠኛ፡ መምህርን ግዳሰ ብኸመይ እዩ ሓዲሩካ?
ኪኢላ ሕግን ናይ ምዃን ድሌት ኔሩኒ። ካብ ኢንስቲትዩት ተክኖሎጂ ኤርትራ፡ ብሞያ መካኒካዊ ምህንድስና ብቐዳማይ ዲግሪ ተመሪቑ ኣብ ሓይሊ - ትርጉም ፍልስፍና ፍቕሪ ጥበብ እዩ።
ኣብ ጋዜጣ ሓዳስ ኤርትራ ዝወጹ ዝነበሩ ኣየር ኤርትራ ተመዲቡ ዝሰርሕ ዘሎ እዩ። ኣብ መፋርቕ ናይ’ዚ ዓመት’ዚ፡ ነታ ህብብቲ መጽሓፍ ‘ኣና ካረኒና’ ፍልስፍና ብኸመይ ብሉጽ ናብራ ክንነብር
ጽሑፋት ብቐጻሊ የንብብ ኔረ። ብፍላይ ተርጒሙ ከሕትም ዝበቕዐን ኣብ መጽሔት መንእሰይን ጋዜጣ ሓዳስ ኤርትራ ዓምዲ ሸባብን ድማ ኣበርካቲ ከም ዘሎንና ዝሕብር እዩ። ፍልስፍና
መስዋእቲ ዋጋ ሓርነት ዝብል ዓምዲ ናብ ሓጎስ ዘብጽሕ መገዲ’ዩ። ስለዚ ነዚ
ጽሑፋት’ዩ። ምስ ኢንጅ. ሚኪኤል ኣዳም ዘካየድናዮ ዕላል ይስዕብ፦
ሓሊፋትኒ ኣይትፈልጥን እያ። ገና ኣብ መገድ’ዚ ንምንዳይን ኣብ ኣናደይቲ
ንኡስ ዕድመይ ፖለቲካ ሓዘል ልብ ወለዳዊ ፍልጠት ንኽትዕ ዝኸውን ኣርእስታት ኣብ
መጻሕፍቲ ኣንቢበ’የ። ምናልባት ሽዑ ምቕራብን ግዳሰ ኣሎኒ።
ይርዳኣኒ ኔሩ’ዩ ክብለካ ኣይክእልን’የ። ኣብ
ህይወተይ ጽልዋ ምሕዳሩ ግን ኣይተረፎን። ወርሒ ናብ ሃገርና ኣትያ’ላ። ኣብ ኣውገት * መንእሰያት ኣብ ምምራጽ ዝነብዎም
እዝን ካልእን ተደሚሩ ድማ’ዩ፡ ንመጻኢ ወይ ጋለሪ ኣይትስእናን ኢኻ። ጽሑፋት ይኹን ዝርእይዎም ፊልምታትን
ክኾኖ ኣሎኒ ዝብሎ ሞያ ክቆጽር ምስ ካልእን ከመይ ክኾኑ ኣለዎም ትብል?
* ስለምንታይ እዛ መጽሓፍ’ዚኣ፧
ጀመርኩ፡ ሕጊ ወይ ፖለቲካዊ ስነ ፍልጠት
ከጽንዕ’የ ዝብል ሓሳብ ክቀላቐለኒ ጀሚሩ። - ሰብ ምናልባት ዝተፈላለየ ምርጫ
- ሃብቲ ሓሳባት እትጽጉ፡ ንሓርነትና
ማዕረ ማዕሪኡ መምህራነይ ብጣዕሚ ክህልዎ ይኽእል ይኸውን። ኣብ መወዳእታ
ከነጐልብት ንኽእል ምዃንና ትሕብር
ይፈትዉኒ ብምንባሮም፡ በቲ ዘርእዩኒ ዝነበሩ ግና ካብ’ቲ ዝመረጽካዮ እንታይ ረቢሕካ
ብልጽቲ መጽሓፍ ስለዝኾነት።
ፍቕሪ ተደሪኸ መምህር ክኸውን’ውን ምፍላጥ ኣገዳሲ’ዩ። ክንበጽሖ ዘሎና፡
ሓሳብ ኔሩኒ’ዩ። እንተኾነ ኣብ 1998፡ * ጸሓፍቲ ክተባብዑን ስነ-ጽሑፍ ክነንብቦ ዘሎና፡ ክንርእዮ ዘሎና ብዙሕ
ናይ ኣቭየሽን ሰብ ክኸውን ጽኑዕ ውሳኔ ክሕይልን እንታይ ክግበር ኣለዎ፧ እዩ። ስለዚ እቲ ዘርብሓና ብግቡእ ምፍላጥ
ስለ ዝወሰድኩ እንሆ ምስ ኣቭየሽን ኣብ ኣገዳሲ’ዩ።
- ቀዳማይ፡ ኣሕተምቲ ክበዝሑ ኣለዎም።
ዝተኣሳሰር ስራሕ እሰርሕ ኣለኹ። ድሒረ * ብወገንካ ዕዉት መንእሰይ ትብሎ
ነቶም ኣብዚ ሃገር ከውፍሩ ዝደልዩ፡
ብዘጥርክኽዎ፡ ናይ ምትርጓም ዝንባለ ድማ፡ ከመይ ዝበለ’ዩ?
ሓደ ዕቑር ተኽእሎ ዘለዎ ዓውዲ ኮይኑ
ምስ ትርጉም ዝተሓሓዝ ንጥፈታት እዋሳእ
ይረኣየኒ። ኣሕተምቲ እንተ ሃልዮም፡
እየ። - መለክዒ ናይ ዓወት ዝፈላለ’ኳ እንተኾነ፡
ጸገም የልቦን። እቲ ዝጽሕፍ ክጽሕፍ
እቲ ንናይ ውሽጡ ድሌትን ራእዪን
* ናብ ኮለጅ ምህንድስና መዓስ ኣቲኻ፧ እዩ። ውድድር ክመጽእ እዩ። ብሉጽ
ብንጹር ፈሊጡ ኣብ ግብሪ ንኽትርጉሞ
ጽሑፍ ክሕተም እዩ። ኣኸለ። ሽዑ፡ እዚ
- ኣብ 2002፡ ካብ ቤት ትምህርቲ ስነ ዝቃለስ መንእሰይ ዕዉት’ዩ።
- ክሳብ ሕጂ ካብ ዝተጻሕፉ ብሉጻት * ግድን ክትንበብ ኣለዋ ትብላ ቋንቋ ተባላሽዩ’ዶ፡ ጸሓፍቲ ናብ ሸቀጥቲ
ኪነት ኣስመራ ብዓውዲ ኣውቶመካኒክ ኖቨላት ሓንቲ እያ። ሊዮ ቶልስቶይ ኣብ መጽሓፍ እንተ ትበሃል፧ ተቐይሮም ዝብሃል ዘረባ ኣይክንሰምዖን * ምንዮትካ፧
ምስ ተመረቕኩ፡ ሽዑ ናብ ዩኒቨርሲቲ 1874-78 ኣብ ዘሎ ዓመታት’ዩ ጽሒፍዋ። ኢና። ካልኣይ፡ ኣብ ምምማይ ዝጠፍእ
ዘእቱ ነጥቢ ረኺበ ኔረ። ሓድሽ ኣዋጅ ስለ ብሉጽ ኣዘናትዋ ዘለዋ መጽሓፍ’ያ። ‘The Little book of philosophy’ - ብርዒ ኤርትራውያን ደረስቲ
ጊዜ ክሓጽር ኣለዎ። ብሳልሳይ፡ ብዘይካ’ቲ
ዝወጸ ግን ናብ ዩኒቨርሲቲ ኣይኣተኹን። ብፍላይ ኣተሃናንጻ ገጸ ባህርያት ኣዝዩ ብህግደፍ ተወዲቡ ኣብ ዓመት ሓደ ጊዜ ክፍልፍል። ኣንበብቲ ድማ ብስራሕና
* ትሕዝቶኣ፧
ኣብ 2007 ድማ፡ ትምህርተይ ክቕጽል ናብ መሳጢ’ዩ። ብዙሕ እዋንን ብብዙሓት ዝግበር ምርኢት መጽሓፍቲ፡ ቅነ-ንባብ፡ ክዓግቡ።
ኢንስቲትዩት ቴክኖሎጂ ኤርትራ ኣትየ። ተርጐምትን ካብ ቋንቋ ሩስያ ናብ - ሞራል፡ ፍቕሪ፡ ፍልጠት፡ ጥበብ፡ ቅነ-መጻሕፍቲ፡ ቅነ-ቀባእቲ፡ ቅነ-መሃዝቲ
* ናይ መጻኢ መደብካ፧
ቋንቋ እንግሊዝ ተተርጒማ እያ። ኣብ’ዚ ሞት፡ ጊዜ፡ ፖለቲካ ...። ኣብ 2005 እያ ወዘተ ዝብሉ ተወሰኽቲ መደባት ክንሰርዕ
* ኣብ መፋርቕ ናይ’ዚ ዓመት’ዚ፡
ዓመት’ዚ ናብ ትግርኛ ምትርጓማ ድማ ተሓቲማ። እቲ ጽቡቕ ነገሩ፡ ኣብ ዝሓለፈ - ዝበለጽኩ ብምዃን፡ ዝሓሸ ሕብረተ-
ሓንቲ ናይ ትርጉም መጽሓፍ ኣሕቲምካ
ዘሕጉስ እዩ። ተነባቢት መጽሓፍ ክትከውን ሰብን ዓለምን ክፈጥር።
ኔርካ፡ ግዳሰኻ ኣብ ትርጉም መዓስ’ዩ
ድማ እትስፎ።
ዝጅምር፧ * መሲልካ ዲኻ?
* ኣብ ትርጉም ዘጋጠመካ ብድሆ
- ዕዮ ትርጉም ንምድላው ካብ ከባቢ - ኣብ መስርሕ ኣለኹ። ማለትሲ
ኔሩ’ዶ፧
2004 ኣትሒዘ’የ ዝሓስብ ኔረ። ናብ ጋዜጣ እሓስበሉ ኣለኹ።
ሓዳስ ኤርትራ ዓምዲ ሳይንስን ቴክኖሎጂን - ትርጉም ቀሊል ስራሕ ኣይኮነን።
ዝሰዶም ዝነበርኩ ናይ ትርጉም ስርሓት ዘይፈተነ ይፈትኖ’ዩ ዘብል። ብፍላይ፡ * ግዜኻ ከመይ ተካውኖ?
ተሓቲሞም ካብ ዘንበብዎ መሳርሕተይን እቲ ትርጉም ካብ ናይ ግዳም ቋንቋ ምስ
- ኣብ ምሕደራ ግዜ ንፉዕ ኣይኮንኩን።
ፈለጥተይን ዘዕግብ ግብረ-መልሲ ክረኽበሉ ዝኸውን እቲ ብድሆ ክብድ ይብል። ናይ
እቲ ጽቡቕ ነገሩ ግና ንግዜይ ኣብ ምንባብን
ምስ ጀመርኩ ማለት እዩ። እንተኾነ ዝኾነ ይኹን ትርጉም ቀንዲ ብድሆ እሙን
ምጽሓፍን ምርምር ኣብ ምክያድን
ብዝተፈላለዩ ካልኦት ስርሓት ይጽመድ ምዃን እዩ። ንሓሳባት ናይ’ቲ ደራሲ
ስለዘሕልፎ፡ ንግዜይ ብግቡእ ይጥቀመሉ’የ
ብምንባረይ ኣይደፋእኩሉን። ኣብ ከባቢ ብልክዕ ከተንጸባርቖ ክትክእል ኣለካ።
ክብል እኽእል። እቲ ኣብ ማሕበራዊ ሂወት
2010፡ ሓንቲ ስነ-ልቦናዊ ምኽርታት ቃላት ጥራይ ኣይኮነን ዝትርጐም እንተላይ
ክውዕል ዝግብኦ ግዜ ግና ይዕምጾ’የ። ስለዚ
ዝሓዘት ናይ ትርጉም ዕዮ ኣበጋጊሰ መንፈስ ናይ’ቲ ጽሑፍ’ውን ክትትርጉሞ
ፈተውተይ ግዜ ይእውዱኒ እዮም።
ኔረ። ብሰንኪ ሕጽረት መሳለጥያ ግን ኣለካ። በዚ መሰረት፡ ትርጉም ቃንዛ’ዩ ...
ብኮምፒዩተር ክጽሕፋ ኣይከኣልኩን። ምቑር ቃንዛ። * ሓድሽ ዓመት ንዓኻ እንታይ እዩ?
ትህኪት’ውን ካልእ ረቛሒ እዩ። ትሕዝቶኣ
ግን ብብቑንጫል ኣብ ጋዜጣ ሓዳስ * ግብረ-መልሲ ኣንበብቲ ከመይ - ሓንቲ ካብ መዓልታት ዓውደ
ኤርትራ ተሓቲሙ’ዩ። ኣብ 2012፡ ዛንታ ረኺብካዮ፧ ኣዋርሕ’ያ። ሓደ ከም ዝበሎ፡ ነቲ ጥበበኛ
ፈላስፋታት ዓለም ዝነግር መጽሓፍ ኣብ ሰብሲ ነፍሲወከፍ መዓልቲ ሓድሽ ሂወት
- ወሲኸ ከየጋንን ወይ ኣጉዲለ ንሓጐሶም
ምድላው ከለኹ፡ ቀጨውጨው ይብለኒ’ሞ፡ እዩ። ምናልባት ኣነ ጥበበኛ ማለት
ከይብርዝ፡ እዛ ሕቶ ንኣንበብቲ ክገድፋ...
ዝንበብ መጽሓፍ ከናዲ ናብ ቤት ንባብ ኣይኮንኩን። ጥበበኛ ንምዃን ግን ዓይነይ
የምርሕ። ነዛ ተርጉመያ ዘለኹ መጽሓፍ * ኲነታት መጽሓፍቲ ሃገርና ከመይ ኣይሓስን’የ።
ድማ ይረኽባ። መሳጢ ትሕዝቶን ዋሕዚ ኣሎ፧
* ብኣጋጣሚ ሓድሽ ዓመት መልእኽቲ
ኣዘናትዋን ዘለዋ መጽሓፍ’ያ። ዝሓጸረት
- ጽቡቕ። ዝተርፈና የልቦን ማለት ግን ሰናይ ምንዮት ክተመሓላልፈሎም እትደሊ
ወይ ኣብሪጂድ ብምዃና’ውን ንምትርጓማ
ኣይኮነን። እንተሃልዮም ዕድል ክህበካ
ባህ ኢላትኒ፡ ነቲ ዛንታ ፈላስፋታት
ዝነግር መጽሓፍ ሓዲገ ድማ ትርጉም * ብዛዕባ ጸሓፍቲ ናብ ሸቃጦ - ንኹሎም መንእሰያት ኤርትራ
ተተሓሒዘዮ። ክትርጉም ምብቀዐይ ብሓቂ ተቐይሮም ዝበሃል’ከ፧
ዕድለኛ እየ። * የቐንየልና።
- ዘዋጽእ እንተ ኾይኑ፡ እቲ ከምኡ
* ብዛዕባ መቦቆላዊት መጽሓፍ ኣና - ክብረት ይሃበለይ። ርሑስ ሓድሽ
ዝብል ዘሎ ይፈትኖ። ሽዑ ብሓባር ንሓቶ።
ካረኒና እንታይ ሓበሬታ ትህበና፧ ዓመት ከኣ።
ሓዳስ ኤርትራ 04 ጥሪ 2015 - ገጽ 7

ስፖርት ኤርምያስ ኣስፍሃ

ከነላልየኩም ተቐዳዳማይ ሳሙኤል ተኸስተ (ሽብጢ)


ምጉዓዞም ምስኦም ሓቢሩ ናብቲ ዓዲ
ኣምሪሑ። ናይ ማእከላይ ደረጃ ትምህርቱ
ጎመሮ ኣብ እትበሃል ቤ/ት ተማሂሩ። ናይ
2ይ ደረጃ ትምህርቱ ኣብ 2ይ ደረጃ
ሳሙኤል፣ ኣብ መፋርቕ 2008 ናብ
ቀዳማይ ዲቪዥን (ዳ.ኮርሶ) ተሰጋጊሩ፣
ክሳብ 30 ሰነ 2009 ተወዳዲሩ።
ኣብ መንደፈራ ኣብ ዝስርዑ ዝነበሩ
መንደፈራ (ሳንጀርጆ) ተኸታቲሉ። ውድድራት ብዘርእዮ ዝነበረ ብቕዓት
ገና ኣብ ንኡስ ዕድመኡ ፍቕሪ ቅድድም ኣብ ሕርይቲ ጋንታ ዞባ ደቡብ ክጽንበር
ብሽክለታ ዝሓደሮ ሳምኤል፣ ናብ ዝመሃረሉ ኣኽኢሉዎ’ዩ። ምስ ክለብ ደቡብ ኣብ
ዝነበረ ቤት ትምህርቲ ብብሽግለታ ኣብ ሓምለ 2009 ኣብ ኣስመራ ተጠርኒፉ
ዝመላለሰሉ ዝነበረ እዋን፣ ንዝነበሮ ድሌት ከኣ ክሳብ ሚያዝያ 2011 ንደቡብ
ንምርዋይ በታ ዝነበረቶ ማውንተይን ባይክ ወኪሉ ኣብ ዝተፈላለየ ውድድራት
ልምምዳት የካይድ። ኣብ ከተማ መንደፈራ ተሳቲፉ።
ኣብ ዝካየድ ዝነበረ ርሱን ውድድራት ገለ ካብ ሳሙኤል ዝተሳተፎምን
ብኣንክሮ ይከታተል ነበረ። ካብ ምሒር ዝተዓወተሎምን ውድድራት ምስ
ምክትታል ከኣ ኣብ ውድድር ብሽክለታ እንርኢ፣-
ናይ ምእታው ስምዒቱ ምሒር ተጓሃሃረ። - ኣብ 2008 ብምኽንያት መዓልቲ
ብፍላይ ድማ ተቐዳደምቲ፣ ወዲ ድሩይ፣ ኤይድስ ኣብ ዝተሰርዐ ውድድር 3ይ
ኣብርሃም በላይ፣ ፋኑስ ጸጋይ፣ ኣኽሊሉ፣ ደረጃ ብምሓዝ ተሸሊሙ።
ሰመረኣብ ዝበሃሉ ተቐዳደምቲ መንደፈራ - ከረን ኣብ ዝተኻየደ ሻምፕዮን
ካብቶም ዓቢ ጽልዋ ዘሕደሩሉ ተቐዳደምቲ ኤርትራ 2012 ተሳቲፉ ዝምስገን ብቕዓት እዋን፣ ኣብ መስመር መንደፈራ- ኣስመራ
ምንባሮም ቀረብቱ የዘንትው። ኣንጸባሪቑ። ኣብ ከባቢ ተራእምኒ ብዘጋጠሞ ሓደጋ
ሳሙኤል፣ ኣብ 2007 ኣብ ን/ዞባ - ኣብ 2012 ንክ/ሰራዊት-53 ወኪሉ መኪና ብ12 መጋቢት 2014 ተሰዊኡ።
መንደፈራ ኣብ 3ይ ዲቪዥን ተመዝጊቡ ኣብ ኣስመራ ኣብ ዘካየዶ ውድድር 3ይ ስነ ስርዓት ቀብሪ ሳሚኤል (ሽብጢ)
ብማውንተይን ብሽግለታ ውድድር ደረጃ ብምሓዝ ተሸሊሙ። ደገፍቱ፣ ቤተሰቡን ኣባላት ክፍለ ሰራዊቱን
ብሽክለታ “ሀ” ኢሉ ፈሊሙ። ኣብቲ - ኣብ 2013 ኣብ ውድድር ሻምፕዮን ብኣሽሓት ዝቑጸሩ ነበርቲ ከተማ መንደፈራን
ውድድራት ብዘርእዮ ዝነበረ ጸወታን ንኡስ ዞባ መንደፈራ 1ይ ደረጃ ውድድሩ ከባቢኣን ኣብ ዝተረኽብሉ ብ13 መጋቢት
ኣብ ዝተፈላለየ መድረኻት ብዘመዝግቦም ብምዝዛሙ ታሪኻዊ ዓወት ሰኒዱ። 2014 ኣብ መቓብር ሓርበኛታት መንደፈራ
ዝነበረ ዓወታትን ኣብ ሓጺር ናይ ውድድር - ኣብ ጥሪ 2014 ንክ/ሰራዊት-53 ወኪሉ ብኽብ ዝበለ ስነ ስርዓት ተፈጺሙ።
ዕድመኡ ኣድናቖት ካብ ኣፍቀርቲ ቅድድም ኣብ ከተማ ምጽዋዕ ኣብ ዘካየዶ ውድድር ናይ’ዚ ኣብ ሸዊት ዕድሚኡ ዝተቖጽየ
ብሽክለታ መንደፈራ ግዜ ኣይወሰደን። 4ይ ደረጃ ብምሓዝ ተሸሊሙ። መንእሰይ ተቐዳዳማይ፣ ስድራ ኣብ
እዚ ኣብ ውድድር ነካስ ከም ዝኾነ ሕማቕ ኣጋጣሚ ኮይኑ ግና ሳሙኤል ጉዳይ ጋር ነብሲ ዝወሰድዎ ለባም ውሳነ
ዝንገረሉ ተቐዳዳማይ፣ ኣብ ቅጽበታዊ ተኸስተ (ሽብጢ) ንዝነበሮ ፕሮፌስናል ብኣብነት ዝጥቀስ’ዩ። ንሶም ንስድራ ቤት
ውድድር (ቮላታ) ዘለዎ ብቕዓት ተቐዳዳማይ ናይ ምዃን ሕልሙ ንምትግባር፣ ገጫዊ ወዶም ዝኾነ ዝሓቱዎ ነገር ከም
ከምኡ’ውን ንኣለይቱ ይኹን ደቂ ጋንትኡ ኣብ እንግሊዝ ካብ ዝርከብ ሓው ቢንያም ዘየለ፣ ወዶም ጉዳይ ልምምዱ ክገብር
ሳሙኤል ተኸስተ (ሽብጢ) ይበሃል። ብ1990 ካብ ኣቦኡ ኣቶ ተኸስተ ሃይለ፣ ዝህቦ ሞራላውን ንዋታውን ሓገዛት ገለ ተኸስተ ዘመናዊት መቀዳደሚት ብሽግለታ ከሎ እምበር ክህረም ኢሉ ከም ዘይወጽአ፣
ንሱ፣ ሓደ ካብቶም ከተማ መንደፈራ ኣደኡ ወ/ሮ ግደይ ኣርዓዶም ኣብ ኣስመራ ካብ መለለይኡ’ዩ። ተገዚኣትሉ ኣብ መገዲ ከላ ንኽትመጽኦ ሃራሚ’ውን ክገጭዎ ኢሉ ከም ዘይተበገሰ
ዘፍረየቶም ተቐዳደምቲ ብሽክለታ ኮይኑ፣ (ብሎኮ ጎዳይፍ) ተወሊዱ። ናይ መባእታ - ብሞራልን ሓገዝን ስድርኡ ብፍላይ ብሃንቀውታ እናተጸበየን ንዝነበሮ ብቕዓት ንስድራ ቤት ሃራሚ ሰናይ ተግባር ዝኾነ
ምስጉን ጠባይ ዝውንን ንዝሓዞ ሞያ ትምህርቱ ኣብ ቤ/ት ጎዳይፍ ድሕሪ ከኣ ኣብ ዓዲ እንግሊዝ ብዝቕመጥ ሓው ንምድራዕ፣ ንደገፍትን ሞራል ንዘስንቕዎ ቃላት ብምዝራብ ጉዳዮም ብሰላም
ቅድድም ብሽግለታ ንምዕባይ ኣብ ቀጻሊ ምክትታሉ፣ ወለዱ ብምኽንያት ስራሕ ቢንያም ተኸስተን ደገፍቱን ፍናን እናሰነቐ ስድርኡን ፈተውቱን ብሓጎስ ከሰራስርን ኣዕሪፎም።
ልምምዳት ዝጽመድ ተቐዳዳማይ’ዩ። ናብ ትውልዲ ዓዶም (ዓዲ ሽብጢ) ድሕሪ ውድድራቱ ብጽቡቕ ዘሰላስል ዝነበረ ኣብ ልምምድ ተጸሚድሉ ኣብ ዝነበረ ፊልሞን መንገሻ

ቶኒ ክሩዝ 17 ዓመት ምስ መልአ’ዩ፣፣ በቲ ወሃ ቶኒ ክሩዝ - ኣብ ለካቲት 2014 ንባየር ሙኒክ


ዘበለ ኣጻውታኡ ድማ ሰለስተ ናይ ብምስንባት ካብ 25 ክሳብ 30 ሚልዮን ዩሮ
ቡንደስሊጋ መዓርጋትን ኣብ ናይ ብዝግመት ዋጋ ናይ ሽዱሽተ ዓመታት
2013 ሻምፕዮንስ ሊግ ዝተጎናጸፎን ውዕል ፈሪሙ ናብ ርያል ማድሪድ ተሰጋጊሩ
ሓያሎይ ሽልማታት ይውንን፣፣ ነዚ ይርከብ፣፣ ጆኪም ሎው - ማናጀር ሃገራዊት
ሓደ ካብቶም 6 ጀረመናውያን ናብ ንሬድ ስታር ስዒራ ዓወት ክትድረር ዝንኣድ ክብሪ ዝበቕዐ ናይ ፈለማ ምብራቕ ጋንታ ጀርመን ንክሩዝ “ቶኒ ከመይ ገይሩ
መጻረዪ ባሎን ዲ ኦር 2014 ዝበጽሑ 23 ኣበርክቶ ገበረ፣፣ ጀርመናዊ ኮይኑ ድሕሪ ምዕታር፣ ኣብ ኵዕሶ ከም ዝቕበልን ዘከፋፍልን ኣዐርዩ
ብሉጻት ተጻወትቲ ዓለምና’ዩ። እዚ ብ 4 ኣብ 2009/10 ብልቓሕ ንባየር ቅንያት ዋንጫ ዓለም 2014 ድማ’ዩ ዝፈልጥ ብሉጽ ተጻዋታይ’ዩ” ክብሎ ከሎ፣፣
ጥሪ 1990 ኣብ ግረይፍስወልድ ዝተባህለ ለቨርክሩሰን ተዋሂቡ ኣብ ዝነበረሉ ናይ ሽዱሽተ ዓመት ውዕል ከቲሙ ሓለቓ ጋንታ ነዘርላንድስ - ነበር ጆሃን
ቦታ ምብራቕ ጀርመን ዝተወልደ ቶኒ ወቕቲ’ውን ኣይሓመቐን ጥራይ ዘይኮነ ኣብ ምስ ርያል ማድሪድ ዝተጸንበረ፣፣ ክሩፍ ብወገኑ ነቲ ኣብ ዋንጫ ዓለም 2014
ክሩዝ፣ ኣብ’ዚ ግዜ’ዚ ምስ ስጳኛዊት ክለብ ሓሙሽተ ግጥማት ቡንደስሊጋ ሓሙሽተ ገለ ካብ ዓወታቱት ክሩዝ ንምጥቃስ ዘርኣዮ ድንቂ ጸወታ ኣመልኪቱ “ንኹሉ
ርያል ማድሪድ ተጸንቢሩ ዘሎ ከምኡ’ውን ምቕሉላት ሸቶታት ብምምዝጋብ ካብ - ኣብ 2006 ናይ ኤውሮጳ ናይ ትሕቲ ከምቲ ክኾኖ ዝግብኦ ገይሩዎ፣፣ በቃ ዝወጾ
ምስ ሃገራዊት ጋንታ ጀርመን ዝስለፍ ታሕሳስ ክሳብ ጥሪ ኣብ ዘሎ ግዜ ካብ 17 ዓመት ሻምፕዮና ኵዕሶ እግሪ የብሉን!” ክብል ኣብ ልዕሊ ቶኒ ክሩስ ዘለዎ
ብሉጽ ተጻዋታይ’ዩ። “ኪከር” ብሉጽ ተጻዋታይ ናይ’ቲ ወርሒ ወርቃዊ ተጻዋታይ (Golden Player) ኣድናቖትን ክብርን ክገልጽ ተሰሚዑ፣፣
ቶኒ ክሩዝ ብንእሽቶኡ ከሎ ብዙሕ ተባሂሉ ተሸሊሙ፣፣ ከምኡ’ውን ዝልዓለ ኣመዝጋቢ ሸቶ እዚ ብጋዜጠኛታትን ስሙያት ገዳይም
ግዜያት ትምህርቲ ገዲፉ ደድሕሪ ኵዕሶ ክሩዝ፣ ናብ ኣደ ክለቡ ተመሊሱ ምስ’ቶም ናይ’ቲ ዓመት እቲ፣ ኣብ 2007 ናይ ስፖርታውያንን “ኣጥቃዓይ ፍርቂ ሜዳ
ክጎዪ ይውዕል ብምንባሩ ኣብ ክፍሊ ባስትያን ሽቨይንስተይገርን ጃቪ ማርቲነዝን ፊፋ ዋንጫ ዓለም ውድድር ትሕቲ ኮይኑ ተኣምር ክሰርሕ ብኹሉ ኹሉ
ካብቶም ንፉዓት ተመሃሮ ኣይነበረን፣፣ ሰሪ ዝበሃሉ ጎባልል ኢድን ጓንትን ብምዃን ኣብ ኣብ ቀውዒ ናይ 2013 ሓውዩን ደልዲሉን 17 ብተመሳሳሊ ተሸላሚ ወርቃዊት ኵዕሶ ዝተዓደለ” እናተባህለ ብኣድናቖት ዝምጐስ
ወልፊ ጸወታ ኵዕሶ ኣብ ሓደ ኣካዳምያዊ መፈለምታ ኣርባዕተ ወቕታዊ ውድድራት ብዝተመልሰ ግዳ ከም ልማዱ ኣንጻር ናይ ከምኡ’ውን ኣስራዚ ጫማ፣ ኣብ 2008 ናይ ወሓለ ክሩዝ፣ ነቲ ምስ ቨርደር ብረመን
ዓመት ክሳብ ኣርብዓ መዓልታት ዝኣክል ቡንደስሊጋ 2012/13 ሰለስተ ብሉጻት ቀደም ክለቡ ዝነበረት ባየር ለቨርኩሰን ትሕቲ 18 ዓመት ምድብ መዳልያ ፍሪዝ ተሰሊፉ ኣብ ምጽዋት ዝርከብ ከምኡ ንፉዕ
ዘብኵረሉ እዋን’ውን ነይሩ’ዩ፣፣ እንተኾነ ሸቶታት ኣመዝጊቡ ንባየር ሙኒክ ዓወት ሸቶ ከመዝግብ ኣብ ርእሲ ምኽኣሉ ራጃ - ወልተር ክዓትር ኣብ ርእሲ ምብቃዑ ዝኾነ ፈሊክስ ክሩዝ ምዕባዩ ሓዉ’ዩ፣፣ ኣቦኡ
ብድስፕሊኑ ብመዛንኡ ፍቱውን ነበረ፣፣ ካብ ዘጓናጸፍዋ ሓደ’ዩ ነይሩ፣፣ ኣብ ሻምፕዮን ካዛብላንካ ክትስዓር እጃም ነበሮ። ኣብ 2014 ንኸም ናይ ፊፋ ዋንጫ ዓለም ሮናልድ ድማ ኣሰልጣኒ መንእሰያት ሃንሳ
ምስ ናይ ከባቢኡ ክለብ ግረይፍስዋልደር ሊግ’ውን ከምኡ ኣንጻር ቫለንስያ ሓንትን ክሩዝ፣ ዋላ’ኳ ከም ዝርኣናዮ ካብ ወርቃዊ ኵዕሶ ክርቋሕ ዝኽኣለን ኣብታ ናይ ሮስቶክ’ዩ፣፣ ክሩዝ ካብ ናይ ነዊሕ እዋን
ጀሚሩ ናብ ሃንሳ ሮስቶክ ዝሰገረ ቶኒ ኣብ ጽብቕትን ሸቶ ኣመዝጊቡ’ዩ። ብድሕሪ’ ብንእሽቶኡ ትምህርቱ ጠንጢኑ ደድሕሪ ሕልሚ ጋንታ (Dream Team) እትበሃል ኣፍቃሪቱ ጀሲካ ፋርበር ዓሚ ከም’ዚ ሎሚ
2006’ዩ ምስ ጋንታ መንእሰያት ባየር ሙኒክ ኣንጻር ጁቨንቱስ ኣብ ዝተገብረ ግጥም ኵዕሶ ሸዀርተት ይብል እንተነበረ፣ ኣባል ምስ ከዋኽብቲ ዋንጫ ዓለም ስሙ ብኽብሪን ዝወለዶ ልዮን ዘጠመቖ ወዲ ኣለዎ - ናይ
ብዕሊ ምጽዋት ዝጀመረ፣፣ ኣብ 2007/08 ማህሰይቲ እግሪ ኣጋጢሙዎ ኣብ ዝሰዓበ ቀዳመይቲ ጋንታ ባየር ሙኒክ ብምዃን ነቲ ድምቀትን ዝወረቐ በዓል ዝና’ዩ፣፣ ገዛእ ርእሱ ዝኾነ ብሉጽ መንበሪ ገዛ ድማ
ናብታ ዓባይ ጋንታ ብምግዓዝ ድማ ክለቡ ሸውዓተ ጸወታታት ክሳተፍ ኣይተዓደለን፣፣ ሞያ “መብልዒ እንጌራይ” ኢሉ ዝሓዞስ ኣብ ላዕሊ ከም ዝተጠቕሰ፣ ኣብ’ዚ ግዜ’ዚ ኣብ ማዮርካ - ስጳኛ ይውንን፣፣
ሓዳስ ኤርትራ 04 ጥሪ 2015 - ገጽ 8

ብዛዕባ ቶምን ጄሪን እንታይ ትፈልጡ?


ነቲ ኣብ ጐረቤትና ዘሎ
ዝረስዖ መሲሉኒ!
ቈልዓ እንተምብሃቑስ ‘ኣፍካ
ተኸፊቱ’ሎ’ ትብሎ?

ቶም ኤንድ ጄሪ (TOM
& JERY) ክጥቀስ ከሎ ኣብ
ኣእምሮኹም ዝቕረጽ ፍሉይ
ዘዛኒ ምስሊ ክልቲኦም እንስሳታት
(ኣንጭዋን ድሙን) ኣሎ።
ከምኡ ስለ ዝኾነ ከኣ ገጽኩም
ብርህ ክብል ግድን’ዩ። ካርቶን
ቶምን ጄሪን ሓደ ካብ’ቶም
ብደረጃ ዓለም ብቐዳምነት
ዝጥቀሱ ኣዛነይቲን መሰጥትን

ሌላ ምስ ሃብሮም ሚካል ዘርኣይ ፊልምታት’ዩ። ቶምን ጄሪን


ብፍላይ ንቖልዑ ተባሂሉ
ዝተዳለወ ድኣ ይኹን’ምበር፡ ኣሎ ክበሃል ኣይከኣልን። ይቕጽል ኣሎ።
- እወ ባባ ንትምህርተይ ዝሕግዘኒ
መጻሕፍቲ ይገዝኣለይ’ዩ ። ከም ናይ ዓበይቲ ከይተረፉ’ዮም ቶም ኤንድ ጄሪ ኣብ 1940 ካብ 1940-1957 ቶም ኤንድ
ቁጽሪ ኢንግሊሽ ገለ የምጽኣለይ’ዩ። ካልእ ዝፈትዉዎ። ቶምን ጄሪን ግን ብዊልያም ሃናን ጆሰፍ ባርበራን ጄሪ ሸውዓተ ሽልማት ኣካዳሚ
ከኣ ከም ጽውጽዋይ ዛንታ ዘለዎ ናይ እናዛነዩ ዘሕልፍዎ ቁምነገር ዝተባህሉ ስነ-ጥበበኛታት ዝረኸበት ብልጽቲ ናይ ካርቱን
ቆልዑ መጻሕፍቲ ከኣ ይፈቱ’የ። ዝተማህዘ ሓደ ካብ’ቶም ፊልም ኮይና ኣብ’ቲ እዋን’ቲ
* ክንደይ ዓይነት ትምህርቲ ኢኹም
ኣሎ። ጽቡቕ ዝገብር ጽቡቕ
ትመሃሩ? ይረክብ ፡ እከይ ዝገብር ቀዳሞት ብሉጻት ናይ ካርቱን ብድምር 114 ክፋላት ነይሩዋ።
- ሽዱሽተ ዓይነት ኢና ንመሃር። ከኣ ውዒሉ ሓዲሩ ዋግኡ ፊልምታት’ዩ። እዞም ንድሙን ክሳብ ሎሚ’ውን ብዝተፈላለዩ
ኢንግሊሽ፡ ማትስ፡ ICT፡ ሶሻል ስታዲ፡ ኣይስእንን’ዩ። ቶምን ጄሪን ኣንጭዋን ወኪሎም ዝዋስኡ ስነጥበበኛታት ትቕጽል ኣላ።
ሳይንስን ስፖርትን። ክልተ እንስሳታት፡ ሓንቲ
ንድሙን ኣንጭዋን ወኪሎም
* ካብዘን ዓይነታት ትምህርቲ ዝያዳ ኣብ’ዚ ቅንያት ካባኻትኩም ካብ
እትፈትውያ ኣየነይቲ’ያ? ንባህሪ ደቂ ሰብ ዘንጸባርቑ ክፋል ምርኢት ካብ ሓሙሽተ
ተኸታተልቲ ዓምዲ “ሰንበት ምስ
- ንኹሉ እፈትዎ እንድየ ዝያዳ ግን ፍቱዋት እንስሳታት’ዮም። ደቒቕ ዘይትሓልፍ ኮይና፡ ኣዝዩ ቆልዑ” ብምኽንያት ሓድሽ ዓመትን
ሚካል ዘርኣይ ሓንቲ ካብ’ቶም ሶሻል ስታዲ’የ ዝፈቱ! ካብ’ዛ ናይ ካርቱን ፊልም መሳጢ ምርኢት ስለ ዝኾነ ግን፡ በዓል ልደትን ኣብ ቡስጣ ዓሺግኩም
ብትምህርቶም ብሉጻት ብጠባዮም ድማ * ስለምንታይ? ዝለኣኽኩምልና ብርክት ዝበለ
ንኡዳት ዝኾኑ ተማሃሪት ማእከላይ ደረጃ ስስዔ፡ ተንኮል ፡ ክፍኣት፡ ሓንቲ ደቒቕ’ውን ዝረኣኻ
- ብዛዕባ ማሕበራዊ ህይወት ስለ ናይ ሰናይ ትምኒት ካርቶሊናታት
ቤት ናጽነት’ያ። ሚካል ኣብ 1ይ ክፍሊ ጭካነ፡ ዝኣመሰሉ ባህርያትን ኮይኑ ኣስመዓካን’ዩ። መለለዪ በጺሑና’ሎ።ገሌኹምካብ’ታዝሓለፈ
ዘጽንዕ።
ሳልሰይቲ፡ ኣብ 2ይ ራብዓይቲ፡ ኣብ * ኣብ ገዛኹም ግን ንስኺ ጥራይ ሳዕቤናቶምን ብቐሊሉ ክንርዳእ ካርቱን ፊልም ቶም ኤንድ ጄሪ ሰንበት ዘቕረብናያ መዘኻኸሪት
3ይ - ሳልሰይቲ፡ ኣብ 4ይ ሳልሰይቲ፡ ኣብ ተበጊስኩም ግድን ካርቶሊና ምግዛእ
ዲኺ ንፍዕቲ? ንኽእል። ኣብ ክንድኡ ግን M.G.M (Metro Goldewyn
5ይ -ቀዳመይቲ፡ ኣብ 6ይ -ቀዳመይቲ፡ ከየድለየክኩም ባዕልኻትኩም
- ብገዛና ንፉዓት ኢና። ብልጫ ሰናይ ባህርያት ምስ ዝህልወና Mayer) ዝብል ኣብ ሓደ ክቢ ብዘዳለኹሞ ካርቶሊና ኢኹም ሰናይ
ብምውጻእ ሎም ዘበን 7ይ ክፍሊ ዘይወስድ የብልናን።
ትመሃር ኣላ። ምስኣ ዝገበርናዮ ሓጺር ኣብ ልዕሊና ሰናይ እንተዘይኮኑ ዝርአ ጽሑፍን ኣንበሳ እናጓዘመ ትምኒትኩም ገሊጽኩምልና። ካብ’ቲ
* ምስ ዓበኺ ኣበየናይ ሞያ ክትሰርሒ ካርቶሊና ገዚእካ ሰናይ ትምኒትካ
ዕላል ይስዕብ፦ ትደልዪ? ሕማቕ ኣየጋጥመናን። ዘርኢ ምስሊን’ዩ። እዚ ንምጅማር
ጥራይ ጽሒፍካ እትሰዶ ፡ ካብ
* ክንደይ’ዩ ዕድመኺ ሚካል? - ጠፈርተኛ ወይ ዶክተር! ካርቱን ፊልም ቶም ኤንድ ካርቶን ፊልም ዝሕብር ምልክት መጀመርታኡ ባዕልኻ ብዘዳሎኻዮ
- ዓሰርተ ክልተ። * ጠፈርተኛ ብኸመይ መሪጽክዮ? (Logo) ኮይኑ ክሳብ ሎሚ
ጄሪ ርእዩ ዘይምሰጥን ዘይስሕቅን ካርቶሊና ተጠቒምካ ንፈተውትኻን
* ስለንታይ ኢኺ ኣብ ትምህርቲ - ኣብ ሃገርና ናይ መጀመርያ ጠፈርተኛ መቕርብካን ሰናይ መልእኽቲ
ንፍዕቲ ክትኮኒ ክኢልኪ? ጓለንስተይቲ ክኸውን ስለ ዝደሊ። ክትሰድድ ከሎኻ ፍሉይ ባህታ’ዩ
- ስለ ዘጽንዕ፡ ትምህርቲ ከኣ ልዕሊ * ጠፈርተኛ ክትኮኒ ግን እንታይ ዝፈጥር። በዚ ኣጋጣሚ ንኹልኹም
ኩል ስለዝኾነ። የድልየኪ? ተሳተፍቲ ብፍላይ ን ተኸታተልትና

ኣቦ ልደት
* ትምህርቲ ልዕሊ ኩሉ’ዩ ክትብሊ - ኣብ ትምህርቲ ኣዝየ ንፍዕቲ ክኸውን ድማ ብሓፈሻ ብልቢ እናመስገንና
ከለኺ ግና እንታይ ማለትኪ’ዩ? ሰናይ ዓመተ 2015 ፡ ዓመተ ስራሕን
ኣለኒ።
- ኣለካ ምሽ ዝተማህረን ዘይተማህረን ዓወትን ዓመተ ሰላምን ቅሳነትን
* የቐንየልና ሚካል ሓሳብ ልብኺ ንምነ!
ሓደ ስለ ዘይኮነ፡ እንተተማሂርካ ኣብ የስምረልኪ ርሑስ ሓድሽ ዓመት ከኣ

ርሑስ
ዝለዓለ ደረጃ ስለ ትበጽሕ ። ንምነየልኪ።
* መኣስ መኣስ ኢኺ ተጽንዒ - ኣሕቢሩ!!
ሚካል?
- መዓልታዊ ክልተ ሰዓት’የ ዘጽንዕ።
ዓመተ - ሰላም፡
ቀንዲ ግን ኣብ ክፍሊ’የ ዝከታተል።
* ንኹሉ ዓይነት ትምህርቲ ብሓደ
ግዜ ዲኺ ተጽንዕዮ?
- ንኩሉ ብሓደ ከጽንዖ ኣይክእልንየ።
ዓመተ - ለምለም።
ዓመተ - ሰናይ
ዓመተ - ሽሻይ።
በዓል ልደት
ይምነየልኩም!!
ይግበረልና!!
በብመዓልቱ ይፈላልዮ’የ።
*ብዘይካ’ቲ ተጽንዕሉ ጥራውዝቲ ተማ. ኤስሮም ኣማኑኤል ካብ
ካልእ ተንብቢ’ዶ? መባእታ ቤት ሰውራ።

You might also like