You are on page 1of 8

መበል 33 ዓመት ቁ.

145 ዓርቢ 16 ለካቲት 2024 ገጻት 8 ዋጋ 2.00 ናቕፋ

ገጽ 2 ገጽ 3 ገጽ 4 ገጽ 5 ገጽ 7
‘ሓይሊ 33’ - ኣብ ምስባር በሪ ውድድር ኵዕሶ እግሪ ትካላት
ኣካላትናን ዝሕዞ መጠን ማይን ስጋለት መሬታዊ ድንድል መንግስቲ ተዛዚሙ
ወግዒ ጭራ-ዋጣ

ዓንሰባ - ኮማዊ ምብህሃል ኣብ ትካላት ጥዕና ውጽኢት ሂቡ እዚ ድማ ሓያል ናይ ምቁጽጻር ሜላታት


ክትግበርን ናይ ጽሬት ወፈራታት ብሰፊሑ
ክዝውተርን ዘዘኻኽር ምልክት ከምዝዀነ፣
ካብ 3,619 ናይ ‘ቲቢ’ መርመራ
ዝተገብረሎም ዜጋታት፡ እቶም 251
ተለኺፎም ምጽንሖም - እዚ እውን እቲ
ሕማም ዕቱብ ቈላሕታ የድልዮ ከምዘሎ
ዘመላኽት ምዃኑ ተጠቒሱ።
ሚኒስተር ጥዕና ኣሚና ኑርሕሴን፡
ኮማዊ ተሳትፎን ውህደት መሻርኽቲ
ኣካላትን ብዕቱብ ክቕጽል፣ ተርእዮ
ዘይተመሓላለፍቲ ሕማማት ንምጉዳል
ጐስጓሳት ክሕይል፣ ዓሶን ካልኦት ኣራሰንቲ
ሕማማትን ንምቁጽጻር፡ ጽሬት ኣከባቢ
ብሰፊሑ ክድፋኣሉ ኣዘኻኺራ።
ኣመሓዳሪ ዞባ ዓንሰባ ኣምበሳደር ዓብደላ
ሙሳ እውን፡ ናይ ጥዕና ጉዳይ ብተናጸል
ሰሪሕካ እትሽፍኖን እትዕወተሉን ስለዘይኮነ፡
ህዝብን ኣመሓደርትን ምስ ትካላት ጥዕና
ምትሕብባሮም ከዛይዱ ተላብዩ።
ተሳተፍቲ፡ ተጀሚሩ ዝተቛረጸ መስርሕ
ህንጸት ኮማዊ ሆስፒታል ገለብ ክበራበር፣
ሚኒስትሪ ጥዕና ዘተኣታተዎ ኮማዊ ኣብ ዝተኻየደ ዓመታዊ ገምጋም ጨንፈር ክስራሓሉ ዝጀመረ ኮማዊ ምብህሃል፡ ተመሓላለፍቲ ሕማማትን ዕዙዝ ኣስተዋጽኦ ጠንቂ ተርእዮ ሕማም ዓሶ ተፈቲሹ ክንጸር፣
ምብህሃል ኣብ ትካላት ጥዕና፡ ኣብ ሚኒስትሪ ጥዕና ዞባ ዓንሰባ ተገሊጹ። ኣብ ርእሲ’ቲ ብሚኒስትሪ ጥዕና ዝግበር ከምዘለዎ ኣረዲኡ። እርጋን መሳለጥያታትን መሳርሒታትን
ኣድማዕነት ኣገልግሎት ጥዕና ጽቡቕ ሓላፊ’ቲ ጨንፈር ዶ/ር ሄኖክ ጸሃየ ኣብ ጐስጓሳትን ርክባትን - ኣብ ምብራኽ ኣብ’ቲ ጸብጻብ፡ ተርእዮ መልከፍቲ ክሕሰበሉ. . . ዝብልን ካልእን ለበዋታት
ውጽኢት የርኢ ከምዘሎ፡ ብ8ን 9ን ለካቲት ዘቕረቦ ጸብጻብ፡ ካብ 2023 ኣትሒዙ ንቕሓት ሕብረተ-ሰብን ምክልኻል ሕማም ዓሶ ብ5 ሚእታዊት ከምዝወሰኸ - ኣሕሊፎም።

ሓጋዝ - ኣብ መነባብሮ ሓርበኛታት ስንኩላን ዘተኰረ ሰሚናር ተቓኒዑ ምም/ዞባ ማእከል ‘መውዓሊ
ኣብ ንኡስ ዞባ ሓጋዝ፡ ማሕበረ-ቁጠባዊ ሓላፊ ጨንፈር ሃ.ማ.ሓ.ስ.ኲ.ኤ. ዞባ ዓንሰባ ኣበርቲዖም ክዓዩ ኣዘኻኺሩ። ኣስተዋጽኦ ይገብራ ከምዘለዋ ኣረዲኡ።
ኩነታት ሓርበኛታት ስንኩላን ኲናት
ንምምሕያሽ ብዕቱብ ክስራሕ - ብ8 ለካቲት
ኣቶ ሽምወለ ወልደገርግስ፡ ስንኩላን ካብ
ተጸባይነት ተገላጊሎም ኣፍረይቲ ክዀኑ፡
ኣብ ውሽጥን ወጻእን ዝነብሩ ዜጋታት
ንዝገብርዎ ዘለዉ ደገፋት ዘመጐሰ ኣቶ
ኣባላት ማሕበር ዝወስድዎ ልቓሕ ዘዋሪ
ብምዃኑ፡ ኣብ እዋኑ ክመልስዎ ድማ
ህጻናት’ ኣመሪቑ
ኣብ ዝተኻየደ፡ ኣባላት ማሕበር፡ ኣመሓደርቲ ማሕበር በብእዋኑ ዝከኣል ደገፍ ይገብርን ሽምወለ፡ ኣብ ሓጋዝ ዝተደኰና ትካላት ተላብዩ። ምምሕዳር ዞባ ማእከል፡ ኣደ-ቈልዑ
ከባቢን ናይ ስራሕ መሻርኽትን ዝተሳተፍዎ ናይ ምጥያስ መደባት የተግብርን ከምዘሎ ሕብስቲ፡ ኣብያተ-መግብን እንዳ ነዳድን፡ ኣብ ንኡስ ዞባ ሓጋዝ፡ ኣብ ሃ.ማ.ሓ.ስ.ኲ.ኤ. ሰራሕተኛታት - ደቀን ብቐረባ
ሰሚናር ተሓቲቱ። ጠቒሱ፡ ኣባላት ውዳበኦም እናኣሐየሉ መነባብሮ ስንኩላን ኣብ ምምምሕያሽ ኣገዳሲ ዝተጠርነፉ - 331 ኣባላት ኣለዉ። እናተኸታተላን እናዓንገላን ቀሲነን
ስራሐን ከተግብራ፡ ኣብ ማእከላይ ቤት-
ማእከላይ ባይቶ ሃ.ኮ.ሰ.ኤ - 5ይ ምዱብ ኣኼባኡ ኣካዪዱ ጽሕፈት ዘዋደዶ ‘መውዓሊ ህጻናት’ ብ7
ሃገራዊ ኮንፈደረሽን ሰራሕተኛታት ኣብ’ቲ ጸብጻባት 2023 ዝቐረበሉን ኣካላት መንግስትን ግንባርን ምስጉን ኣብ መስርሕ ከምዘሎን፣ ካብ 118 ትካላት ለካቲት ተመሪቑ።
ኤርትራ - 5ይ ምዱብ ኣኼባ ማእከላይ ኣብ ውጥን ስራሕ 2024 ዝተዘተየሉን ዕማማት ከምዘሰላሰለ ገሊጹ። እተን 73 ሓባራዊ ውዕል ከምዘለወን ኣመሓዳሪ ዞባ ኣቶ ፍስሃየ ሃይለ፡ ዋና
ባይቶ ኮንፈደረሽንን 4ይ ምዱብ ኣኼባ ኣኼባ፡ ምክትል ዋና ጸሓፊ ሃ.ኮ.ሰ.ኤ. ኣቶ ሃ.ኮ.ሰ.ኤ. ኣብ 2023 ካብ ዝተቐበሎ ድማ፡ ኣብቲ ጸብጻብ ተሓቢሩ። ኣካያዲ ስራሕ ኣቶ ዘርኢት ተወልደብርሃን፡
ማእከላይ ባይቶ ፈደረሽናትን፡ ብ6ን 8ን ክብርኣብ ኪዳነ፡ ሃ.ኮ.ሰ.ኤ. ኣብ 2023 - ሃ.ኮ.ሰ.ኤ. ኣብ’ዚ እዋን እዚ፡ ምስ ሓለፍቲ ክፍልታትን ኣመሓደርቲ ንኡሳን
ጥርዓናት - እቲ 63 ሚእታዊት
ዞባውያንን ኣህጉራውያንን ማሕበራትን ዞባታትን ኣብ ዝተረኽቡሉ ስነ-ስርዓት፡
ለካቲት ኣቃኒዑ። ብውህደት ኵለን ኣካላቱን ምትሕብባር ብምርድዳእ ከምእተፈትሐን ዝተረፈ ውድባትን ጽቡቕ ዝምድና ከምዘለዎን፡
እቲ ዘድሊ ትሕተ-ቅርጺ፡ ናውቲን ዓቕሚ-
ዛሕቲሉ ዝጸንሐ ዝምድና ፈደረሽናት
ሃ.ኮ.ሰ.ኤ. ምስ ኣህጉራውያን ፈደረሽናት
ሰብን ዓጢቑ ዘሎ መውዓሊ ህጻናት፡ ከም
ንምብርባር ተበግሶታት ይውሰድ መበገሲ 20 ህጻናት ከምዝቕበል፣ ኣብ
ምህላዉን እውን ተገሊጹ። መጻኢ ክህሉ ምስ ዝኽእል ምውሳኽ
ማእከላይ ባይቶ ሃ.ኮ.ሰ.ኤ ብተወሳኺ፡ ህጻናት ድማ፡ ንምስፍሑ መደብ ከምዘሎ
ኣብ ተኽእሎታት ምስፋሕ ሞያዊ ተገሊጹ።
ስልጠናታት፣ ጕዳይ ምዕሩይ ዋና ዳይረክተር ክፍሊ ምምሕዳርን
ደሞዝ ሰራሕተኛታት፣ ከምኡ’ውን ፋይናንስን ኣቶ ተኪኤ ቀለታ፡ እቲ መደብ
ኣብ ምክትታል ድሕነትን ጥዕናን ኣብ’ዚ ከይተደረተ፡ ኣብ ኩለን ኣካላት
ሰራሕተኛታት ኣብ ቦታ ስራሕን ካልእን ምምሕዳር ዞባ ንምስፋሑ ከምዝስራሕ
ዘትዩ።
ሓቢሩ።
እዚ ከም’ዚ ኢሉ እንከሎ፡ 4ይ ምዱብ
ማእከላይ ቤት-ጽሕፈት ምምሕዳር
ኣኼባ ማእከላይ ባይቶ ፈደረሽናት
ሃ.ኮ.ሰ.ኤ. ተኻዪዱ - ሓሙሽቲአን ዞባ ማእከል - 2,973 ሰራሕተኛታት
ፈደረሽናት ድማ፡ ዓመታዊ ጸብጻብን ክህልውዎ እንከለዉ፡ ካብ’ዚኦም እተን
ውጥን ስራሕ 2024ን ኣቕሪበንን ዘተ 1409 - ማለት 47 ሚእታዊት ደቂ-
ተኻዪዱሉን። ኣንስትዮ እየን።
ሓዳስ ኤርትራ መበል 33 ዓመት ቁ.145 16 ለካቲት 2024 - ገጽ 2

ጥዕና
ጥዕና ሱሌማን ኣሕመድ

ብገምጋም 60 ሚእታዊት ክፋል


ሰብነትና፡ ብማይ ዝቖመ እዩ። እዚ
ኣካላትናን ዝሕዞ መጠን ማይን ምስታይ መላግቦ ኣዕጽምቲ፡ ዓንዲ ሕቖን
ቲሹታትን ብዝግባእ ስለዝልስልሱ (lubri-
መጠን’ዚ፡ ብመንጽር ዕድመ፡ ጾታ፡ 63 ሚእታዊት ክዝርጋሕ ይኽእል። cate) ቃንዛ መላግቦን ቅርጥማትን ካብ
ከምኡ’ውን ብመንጽር ዓቐን ንቕጸት ኣብ 19 ክሳብ 50 ዓመት ዕድመ ዝኣመሰሉ ጸገማት ብቐሊሉ ክንድሕን
ሰብነት፡ ካብ ሰብ ናብ ሰብ ይፈላለ እዩ። ዝርከባ ደቂ-ኣንስትዮ፡ ብገምጋም ንኽእል።
እቲ ፍልልይ ከኣ፡ ካብ 45 ሚእታዊት 50 ሚእታዊት ካብ ክፍሊ ሰብነተን => እኹል ማይ ምስታይ፡ ብዕንጫረ
ክሳብ 75 ሚእታዊት ክዝርጋሕ ብማይ ዝቖመ እዩ። እቲ መጠን ካብ (constipation) ክንሳቐ ንዘሎና ተኽእሎ
ይኽእል። 41 ሚእታዊት ክሳብ 60 ሚእታዊት ከም ዘጉድሎ ይግለጽ። ዕንጫረ ማለት
ንኣብነት ቈልዑ - ዝለዓለ መጠን ማይ ክዝርጋሕ ይኽእል። - ቀልቀል ብሰንኪ ድርቀት ካብ ሰብነት
ኣብ ሰብነቶም ክህሉ እንከሎ፡ ዕድመ ካብ 51 ዓመት ዕድመ ንላዕሊ ዝርከባ ንዘይምውጻእ ዝርአ ጸገም ጥዕና እዩ።
እናደፋእና ክንከይድ እንከለና - እቲ ደቂ-ኣንስትዮ ብገምጋም፡ 47 ሚእታዊት ጽሕጊ ዘለዎም መግብታት ካብ ዕንጫረ
ዓቐን ይጎድል። ካብ ክፍሊ ሰብነተን ብማይ ዝቖመ እዩ። ከብዲ ይከላኸሉ እዮም። በይኖም ግና፡
ስብሒ ዝበዝሖም ቲሹታት ንባዕሎም፡ እቲ መጠን ካብ 39 ሚእታዊት ክሳብ እኹላት ከም ዘይኮኑ እዮም ሓካይም
ካብ’ቶም ድልዱል ጭዋዳ ዘለዎም 57 ሚእታዊት ክዝርጋሕ ይኽእል። ዝመኽሩ። ቀልቀል ምውጻእ ዝኣበዮም
ዝወሓደ ዓቐን ማይ ኣለዎም። ስለ’ዚ፡ ኣብ ክፍሊ ሰብነት ህጻንት ዝርከብ ክፍሊ ኣካላትና ዝወሓደ ማይ ዘለዎም ካብ ኣካላትና ዝተኣከበ ረሳሕ ንጥረ-ነገር ሰባት፡ መዓልታዊ እኹል ማይ ክሰትዩ
እቲ ዓቐን ብዓይነትን ግዝፍን ሰብነትና መጠን ማይ፡ ምስ ደረጃ ዕድመ ክሳብ ኣዕጽምትናን ኣስናንናን እዮም። (substance) ምዃኑ ዘይምዝንጋዕ። ከም ዘለዎም እዩ ዝምከር።
ይፈላለ እዩ። 6 ወርሒ ዕድመ ኣብ ዝርከቡ ህጻናት፡ => እኹል ማይ ምስታይ፡ ምስ ምንካይ => ማይ፡ ዝወሰድናዮም መኣዛታት
ኣካላትናን ዘለዎም መጠን ማይን
ኣካላት ደቂ-ኣንስትዮ ካብ ኣካላት ካብ ክፍሊ ሰብነተቶም ብገምጋም እቲ ክብደት ሰብነት ምትእስሳር ኣለዎ። ማይ ብቐሊሉ ንክሓቁ የኽእል። ማይ ኣብ
= ሓንጎል ካብ 80 ክሳብ 85
ደቂ-ተባዕትዮ ትሑት ዝዓቐኑ ማይ 74 ሚእታዊት ብማይ ዝቖመ እዩ። እቲ ካብ ዝኾነ ብመልክዕ ፈሳሲ እንወስዶ ርእሲ’ቲ መግቢ ንምሕቃቕ ዘለዎ
ሚእታዊት፡
ዝሓዘ እዩ። እዚ ድማ፡ ደቂ-ኣንስትዮ መጠን ካብ 64 ሚእታዊት ክሳብ 84 ሃለኽቲ መግብታት - እቲ እንኮ ዝኾነ ልዑል ጥቕሚ፡ ካብ መግቢ እንረኽቦም
= ኲሊት ካብ 80 ክሳብ 85 ሚእታዊት፡
ብመንጽር ደቂ-ተባዕትዮ፡ ዝያዳ ስብሒ ሚእታዊት ክዝርጋሕ ይኽእል። ካሎሪ ወይ ጸዓት ዘይብሉ ፈሳሲ እዩ። መኣዛታት - ከም ቫይታሚንን
= ልቢ ካብ 75 ክሳብ 80 ሚእታዊት፡
ኣብ ኣካላተን ስለ ዘለወን እዩ። ካብ 6 ወርሒ ክሳብ 1 ዓመት ስለ’ዚ፡ ብብዝሒ ማይ ምስታይ ኣብ ማዕድናትን ብቐሊሉ ሓቒቖም ናብ
= ሳንቡእ ካብ 75 ክሳብ 80 ሚእታዊት፡
ኣብ ክፍሊ ሰብነት ደቂ-ተባዕትዮ ዕድመ ኣብ ዝርከቡ ህጻናት፡ ብገምጋም ሰብነትና ትርፊ ካሎሪ ክፈጥር ስለ መላእ ኣካላትና ንኽባጽሑ የኽእል።
= ጭዋዳ ካብ 70 ክሳብ 80 ሚእታዊት፡
ዝርከብ መጠን ማይ፡ ምስ ደረጃ ዕድመ እቲ 60 ሚእታዊት ካብ ክፍሊ ሰብነቶም ዘይክእል፡ ብተዘዋዋሪ መንገዲ ክብደት => እኹል ማይ ምስታይ፡ ኦክስጅንን
= ጸላም ከብዲ ካብ 70 ክሳብ 75
ካብ 12 ክሳብ 18 ዓመት ዕድመ ዝርከቡ ብማይ ዝቖመ እዩ። እቲ መጠን ካብ ሰብነትና ኣብ ምንካይ ልዑል ተራ መኣዛን ተሰኪሙ ናብ መላእ ሰብነትና
ሚእታዊት፡
ደቂ-ተባዕትዮ፡ ብገምጋም 59 ሚእታዊት 57 ሚእታዊት ክሳብ 64 ሚእታዊት እዩ ዘለዎ። ብተወሳኺ፡ ብብዝሒ ማይ ንዘባጽሕ ዑደት ስርዓት ደም የሐይል።
= ቆርበት ካብ 70 ክሳብ 75
ካብ ክፍሊ ሰብነቶም ብማይ ዝቖመ እዩ። ክዝርጋሕ ይኽእል። ምስታይ ብዙሕ መግቢ ንኸይትወስድ => እኹል ማይ ምስታይ፡ ንዝተፈላለዩ
ሚእታዊት፡
እቲ መጠን ካብ 52 ሚእታዊት ክሳብ ካብ 1 ዓመት ክሳብ 12 ዓመት ከም ዝሕግዝ ከምኡ’ውን መግቢ ሕማማት ይፍውስ።
= ደም 50 ሚእታዊት፡
66 ሚእታዊት ክዝርጋሕ ይኽእል። ዕድመ ኣብ ዝርከቡ ህጻናት፡ ካብ ክፍሊ ሜታቦላይዝ (መግቢ ናብ ዝደቐቐ * ረኽሲ ኣብ ስርዓተ ሽንቲ፡
= ዓጽሚ ካብ 20 ክሳብ 25 ሚእታዊት፡
ኣብ 19 ክሳብ 50 ዓመት ዕድመ ሰብነቶም ብገምጋም እቲ 60 ሚእታዊት ሳብስታንስ ዝቕየረሉ መስርሕ) ኣብ * ቀልቀል ኣብ ከብዲ፡
= ስኒ ካብ 20 ክሳብ 25 ሚእታዊት
ዝርከቡ ደቂ-ተባዕትዮ፡ ብገምጋም ብማይ ዝቖመ እዩ። እቲ መጠን ካብ ምግባር ከም ዘቀላጥፍ መጽናዕትታት * ጸጸር ኩሊት፡
ማይ ሓቚፎም ይርከቡ።
59 ሚእታዊት ካብ ክፍሊ ሰብነቶም 49 ሚእታዊት ክሳብ 75 ሚእታዊት የመልክቱ። * ጸቕጢ ደም - ገለ ካብቶም እኹል
ኩሉ ክፍሊ ሰብነትና፡ ማይ ዝሓዘ እዩ።
ብማይ ዝቖመ እዩ። እቲ መጠን ካብ ክዝርጋሕ ይኽእል። => ማይ ኣካላትና እኹል ምራቕ (sa- ማይ ብምስታይ ክንፍውሶም ዝከኣሉ
ስለ’ዚ፡ ዘለዎም መጠን ማይ ብዘይገድስ
43 ሚእታዊት ክሳብ 73 ሚእታዊት ግዝፊን ቅርጽን ሰብነት ከምኡ እውን liva) ክፈጥር የኽእሎ። ማይ እቲ ዝለዓለ ዓይነት ሕማማት እዮም።
- ኩሎም ኣካላት ሰብነትና ብግቡእ
ክዝርጋሕ ይኽእል። ኣቃውማ ጭዋዳ ሰብነት፡ ኣብ ኣካላት ውህደት ናይ ምራቕ እዩ። ምራቕ፡
ክሰርሑ ናይ ግድን ማይ የድልዮም። ኣብ ኣካላትና ዘሎ ማይ ብኸመይ
ካብ 51 ዓመት ዕድመ ንላዕሊ ዝርከቡ ንዝህሉ መጠን ማይ ይጸልዎ እዩ። ዝበላዕናዮ ደረቕ መግቢ ብቐሊሉ ንቕምሮ?
ደቂ-ተባዕትዮ፡ ብገምጋም 56 ሚእታዊት ጥቕሚ ማይ ኣብ ሰብነትና ክዳቐቕን ክሓቅቕን ይሕግዘና። ንጥዕና
ማይ ኣበየናይ ክፍሊ ኣካላትና እዩ ኣብ ኣካላትና ዘሎ መጠን ማይ
ካብ ክፍሊ ሰብነቶም ብማይ ዝቖመ እዩ። ኣብ መዓልቲ፡ ልዕሊ ክልተ ሊትሮ ኣፍና እውን ኣገዳሲ እዩ።
ዝርከብ? ንምቕማር ዝሕግዙ፡ ሓያሎ ሳይንሳዊ
እቲ መጠን ካብ 47 ሚእታዊት ክሳብ ማይ ክንሰቲ ከም ዘለና እዮም ሓካይም ሰብነትና፡ ብዓቐን ናይ’ቲ መዓልታዊ
ማይ፡ ኣብ ኩሉ ክፍሊ ሰብነትና መንገድታት ኣለዉ። ሓደ ካብኦም -
67 ሚእታዊት ክዝርጋሕ ይኽእል። ዝመኽሩ። ማይ ኣብ ኣካላትና ሓያሎ እንወስዶ ፈሳሲ እዩ ምራቕ ከፍሪ
እዩ ዘሎ። ዋህዮታት ኣካላትና 60 ‘ዌስቶን ፎርሙላ’ (Watson formula)
ኣብ ክፍሊ ሰብነት ደቂ-ኣንስትዮ ጥቕምታት እዩ ዘለዎ። ኣካላትና ከም ዝኽእል። ውሑድ ማይ ምስ እንወስድ፡
ሚእታዊት ናይ’ቲ ኣብ ሰብነትና ይበሃል።
ዝርከብ መጠን ማይ፡ ምስ ደረጃ ዕድመ ዝጠልል ብምግባርና፡ ካብ ሓያሎ ኣካላትና ስለ ዝደርቕ ምራቕ ከነፍሪ/
ዝርከብ ማይ ሒዞም ይርከቡ። ገለ ‘ዌስቶን ፎርሙላ’ ናይ ደቂ-ተባዕትዮ
ካብ 12 ክሳብ 18 ዓመት ዕድመ ዝርከባ ሕማማት ክንከላኸል ንኽእል። ገለ ከነመንጩ ኣይንኽእልን ኢና።
ኣካላት ሰብነትና’ውን ካብቲ ካልእ ኣካል 2.447 – (0.09156 x ዕድመ)
ደቂ-ኣንስትዮ ብገምጋም 56 ሚእታዊት ካብ’ቲ ማይ ኣብ ኣካላትና ዘለዎ => እኹል ማይ ምስታይ፡ ሙቐት
ዝበዝሐ ማይ ኣለዎም። ሓንጎልናን (0.1074 x ንውሓት ሰብነት ብሰንቲ
ካብ ክፍሊ ሰብነተን ብማይ ዝቖመ እዩ። ጥቕምታት ንምጥቃስ፦ ኣካላትና ኣብ ምምጥጣን ይሕግዝ።
ኲሊትናን ብዙሕ ማይ ሒዞም ዝርከቡ ሜትር) (0.3362 x ክብደት ሰብነት
እቲ መጠን ካብ 49 ሚእታዊት ክሳብ => እኹል ማይ ምስታይ፡ ኣብ ሙቐት ኣካላትና ንቡር ኮይኑ ንኽቕጽል፡
ኣካላት ሰብነትና እዮም። ብኣንጻሩ፡ ካብ ብኪሎ ግራም) = ማይ ሒዝዎ ዘሎ
ኣካላትና ብባክተርያ ክፍጠር ንዝኽእል ናይ ግድን እኹል ማይ ክንሰቲ ይግባእ። ጠቕላላ ክብደት ሰብነት ብሊትሮ።
መርዚ ወይ ብከላ ብመልክዕ ሽንትን መዓልታዊ ብእነካይዶ ዕማማትን ኣብ
ብዘይካ ሰኑይ መዓልታዊ እትሕተም ጋዜጣ ቀልቀልን ንደገ ንኽወጽእ ልዑል ተራ ከባቢና ብዘሎ ሙቐትን፡ ኣብ ሰብነትና
‘ዌስቶን ፎርሙላ’ ናይ ደቂ-ኣስትዮ
ዋና ኣሰናዳኢ ኣለዎ። ኲሊት፡ ነቲ መርዚ ካብ ደምና ዝጸንሐ ማይ ብመንገዲ ረሃጽን ሽንትን ኣብ መዓልቲ ክንወስዶ እንምከር ዓቐን
ኣስፍሃ ተኽለማርያም ኣብ ምውጻእ ሓያል ጻዕሪ ተካይድ’ኳ ንደገ ይወጽእ። ማይ ብሚሊ-ሊትር
እንተኾነት፡ እኹል ማይ እንተዘይሰቲና ሰብነትና ብመንገዲ ረሃጽ ውሽጣዊ = ክሳብ 6 ወርሒ ዝዕድመኡ ህጻን
ምክትል ኣሰናዳኢ ግና፡ እቲ ብኩሊት ዝተኣከበ መርዚ፡ 700፡
ሙቐቱ የመዓራሪ እዩ። ነቲ ዝወጽአ
ብርሃነ ምሕረትኣብ ብመልክዕ ሽንቲ ንደገ ክወጽእ ዘለዎ ማይ ሻቡ ክንትክኦ ምስ ዘይንኽእል ግና፡ = ካብ 6 ክሳብ 12 ወርሒ ዝዕድመኡ
ቍ.ስ 116266 / 201820 (256) ተኽእሎ ከም’ቲ ዝድለ ከም ዘይከውን እቲ ሙቐት ሰብነት ክልዕል ይኽእል። ህጻን 800፡
እዮም ክኢላታት ዝምዕዱ። 95 => ማይ ንቲሹታት፡ ዓንዲ ሕቖን = ካብ 1 ክሳብ 3 ዓመት ዝዕድመኡ
ቦርድ ምስንዳእ ሚእታዊት ካብ ሽንቲ ትሕዝቶኡ ማይ ህጻን 1,300፡
መላግቦታትን ልዑል ጥቕሚ እዩ
ዮሴፍ ሃይለማርያም ክኸውን እንከሎ፡ እቲ 5 ሚእታዊት ዘለዎ። ኣብ መዓልቲ እኹል ማይ = ካብ 4 ክሳብ 8 ዓመት ዝዕድመኡ
ምሉእብርሃን ሃብተገብርኤል ህጻን 1,700፡
ተስፋኣለም የማነ = ካብ 9 ክሳብ 13 ዝዕድመኦም ደቂ-
ተስፋልደት መብራህቱ ተባዕትዮ 2,400፡
ቤተልሄም ታደሰ
= ካብ 9 ክሳብ 13 ዝዕድመአን ደቂ-
ቍ.ስ 201820 (250) ኣንስትዮ 2,100፡
ፋክስ. 127749 - ቍ.ሳ.ጶ. 247
= ካብ 14 ክሳብ 18 ዝዕድመኦም ደቂ-
ተባዕትዮ 3,300፡
ለይ-ኣውት = ካብ 14 ክሳብ 18 ዝዕድመአን ደቂ-
ፍርቱና ኤፍሬም ኣንስትዮ 2,300፡
ትንሱእ ፍስሃየ
ሳምራዊት ሃብተ = ኣባጽሕ ደቂ-ተባዕትዮ 3,700፡
= ኣባጽሕ ደቂ-ኣንስትዮ 2,700፡
ምዝርጋሕ ጋዜጣ = ነፍሰ-ጾር 3,000፡
ቍ.ስ.200454-07121322
ምልክታ = እተጥቡ ኣደ 3,800።
ቍ.ስ. 125013 - ቍ.ሳ.ጶ. 1284 ምንጪ፦ medical news today
ሓዳስ ኤርትራ መበል 33 ዓመት ቁ.145 16 ለካቲት 2024 - ገጽ 3

ማህደር ጀጋኑ
ሽሞንዲ ዑቕባሚካኤል
ሳልሳይ ክፋል

ኣብ ከባቢ ሲኔማ ኣይዳ ዓሪዱ - ናብ


‘ሓይሊ 33’ - ኣብ ምስባር በሪ ስጋለት ዝሃርሙ ክገብር ሓበሮ። ብኡ መሰረት
ኸኣ እቲ ተዅሲ ተማሓይሹ ጽቡቕ
ጥዋለት ከቋምት ዝጸንሐ ሰራዊት ዕላማኻ ከይወቓዕካ ምትራፍን ኣብ ከቢድ ታርጌት ስለ ዝሃረመ፡ ኣድማዒ ነይሩ።
ህዝባዊ ግንባር፡ ብወዲ-ጠዓመን ሃይወይን ክሳራ ምውዳቕን የጋጥሙ። ስራሕ ስለያ እቶም መውጋእቲ ዘጋጠሞም
ዝምራሕ ካልኣይ ቦጦሎኒ ብርጌድ 71 እምባኣር፡ ንሰራዊት ወገን ካብ ከም’ዚ ተጋደልቲ፡ ናብ’ቲ ብመጠኑ ፍዅስ ዝበለ
ክ/ሰ 70 ነበረ። እታ ኣሃዱ ስለያ ኸኣ፡ ካብ ዝበለ ክሳራ ምንጋፍን ምቅላልን ዓቢ ተራ ተቓውሞ ዝነበሮ ሸነኽ እንዳ በረድ፡ ኣብ
ስኔማ ኣይዳ የማን ኣብ ዝነበረ ጋዛውቲ ይጻወት። ወሰን ማይ ባሕሪ ናብ ዝነበረ ኮንኲሪታት
ከውሊ ተጠቒማ ተኣከበት’ሞ፡ ብስታፍ እንተዀነ፡ እቶም ኣባላት ነዚ ኣሰራርሓ’ዚ ተጸጊዖም፡ ነቲ ዅነታት ምክትታሎም
ስለያ መድሃኔ ደባስ - ብዛዕባ ናብ’ቲ ቦታ ዝጥሕስ ሓደ-ሓደ ስጉምቲታት ይወስዱ ቀጸሉ። ቀዳመይቲ ጕጅለ ብመውጋእቲ
መጸውዒኣን ዝተዋህባ ተልእኾን መግለጺ ነይሮም እዮም። ኣብ ልዕሊ ዝተነጸለ ኣብ ዝተዓናቐፈትሉ ህሞት፡ ጎይትኦም
ተዋህባ። “እሞ ብጾት፡ መጸውዒና ኣሃዱታት ጸላኢ፡ ከም ጕጅለታት ስለያን ወዲ ኮረሪ ዝሓዛ ካልኣይቲ ጕጅለ ናይ
ምኽንያት ኵላትና ገሚትና ንህሉ ኢና፣ ካልእን መጥቃቲ ምግባር ብዘልማድ ካልኣይ ጋንታ፡ ብቕልጡፍ ተደሪባ
ኣብዚ ሎሚ ለይቲ ክዛዘም ተወጢኑ ኣማዕቢሎሞ ነበሩ። ኣባላት ስለያ ነቲ ናህሪ ከም ዝዕቀብ ገበረት። ድሕሪ
ዘሎ መጥቃዕቲ ተሳተፍቲ ንምዃን፡ ክፍለ ሰራዊት 70፡ ብናታቶም ውሳነ ካልኣይቲ ጕጅለ ናይ ቀዳማይ ጋንታ
ምሸት በሪ ስጋለት ንምኽፋት ንዓና ተደጋጋሚ ናይ ምጥቃዕ ተበግሶ ይወስዱ ዝስዕቡ ዝነበሩ መራሒ ካልኣይቲ ጋንታ
ሓላፍነት ተዋሂቡና ኣሎ፡” ኢሉ መድሃኔ ነበሩ። ንኣብነት ኣብ ጋሽ-ባርካ ዘጋጠመ ሃይለ ወልደኣምላኽ እውን ኣርከበ’ሞ፡
ዘረባኡ ከይደምደመ፡ እቶም ተጋደልቲ፡ ፍጻመታትን ዘኸተሎ ክሳራታትን ብቐዳምነት ካብ’ቲ ተሃሪሙ ኣብ ጸግዒ
ሓጐሶም ብጣቕዒትን ዕልልታን ገለጹ። ንምጥቃስ ይካኣል። ኣብ ኣረዳ፡ መጎሎን ኮንኲሪት ዝጸንሖ ተጋዳላይ ብሉጽ ጠዓመ
ንሳቶም፡ ከም ኣባላት ስለያ ኮይኖም ካልእን በዓል ሓጎስ፡ ዘርእዝጊ፡ ወዲ ሓበሬታ ተመገበ።
ካብ ዝምደቡ፡ ብዘይካ’ቲ ሓደ-ሓደ ናይዝጊን ሳልሕን ዝተባህሉ ኣባላት ብምምዕዳው፡ ንኣተሓሕዛ ድፋዕ ጸላኢ ምኽንያቱ፡ እቲ ሽዑ ዝካየድ ዝነበረ እዘን ካብ ድሕሪት ኣርኪበን ምስ
ብገዛእ ውሳኔኦም ዝወስዱዎ ንኣሽቱ ናይታ ኣሃዱ ምስ ሓይልታት ተደሪቦም ብዝምልከት ሰፊሕ ሓበሬታ ሃቡ። ደብጻብ ጸላኢ ብዘይመጠን ግዙፍ እዩ። ቀዳሞት ዝድረባ ዝነበራ ጋንታታት’ውን፡
ተበግሶታት፡ ከም’ዚ ዓይነት ናይ ውግእ ኣብ ውግእ ብምስታፎም መስዋእቲ ቀጣን ስጋለት ማለት፡ ከምቲ ስማ ቀጣን ኮሚሳር ጋንታ ብሉጽ ጠዓመ፡ ኣብተን ኣብ መንገዲ ስጋለት ሓያለይ ብጾት
ዕድል ኣጋጢሙዎም ኣይፈልጥን እዩ። ኣጋጠሞም። ኣብ ዘይተዋህበካ ተልእኾ እያ። ግፍሒ ናይታ ጸርግያ ከምዚ ሕጂ የማን-ጸጋም ጽርግያ ዝነበራ ኣዘንዳታት ብመስዋእትን መውጋእትን ተጓዲሎመን
ምኽንያቱ፡ ባህሪ ስራሕ ኣሃዱ ስለያ ካብ ተሰሊፍካ መስዋእቲ ምስ በዝሐ፡ እቲ ዘላቶ ኣይነበረትን ሽዑ። ድሕሪ ናጽነት (ናብ ባሕሪ ገጹ ውጽእ ዝበለ ቅርጺ) እዮም። ብመሰረት ተዘክሮ ናይ ሽዑ
ንጥፈታት ናይ ሓይልታት ዝተፈልየ ኣሃዱ ኣኼባ ኣብ ዝገበረሉ ኣጋጣሚ፡ መንግስቲ ኤርትራ ምስ ኣማሓየሻ እያ ነዚ ንሓደ መድፍዓጂ ብሬንን ፒኣርሲ- ኣጋር ሓኪም ጋንታ ተጋዳላይ ኤፍሬም
ስለዝነበረ። ኣዛዚ ክፍለ-ሰራዊት 70 ተጋዳላይ ፍሊጶስ ሕጂ ሒዛቶ ዘላ ስፍሓት ሒዛ። ኣብቲ 77 ዝሓዘ ኦፐሬተርን ገዲፉ፡ ንኻልኦት ወለደዮሃንስ፡ እተን ጋንታታት ስጋለት
ዋና ዕማም ኣሃዱታት ወተሃደራዊ ስለያ ወልደዮሃንስ ተረኺቡ መጠንቀቕታ ግዜ’ቲ፡ ሰጥ ዝበለትን መኸወሊ ዘይርከባን ሒዙ ንቕድሚት ተወርወረ። ካብ’ዚ ቀጣን ንምስጋር ዝሰገራኦ ምረት ከቢድ
ክፍላተ ሰራዊት፡ መጽናዕቲ ምክያድን ኣመሓላለፈ። ቀላጥን ነበረት። እቶም ኣዘዝቲ ጋንታታት፡ ቦታ’ዚ ንደሓር ግን፡ እታ ጕጅለ ካብ ነበረ።
ኣብ ቅድመ ግንባር ዝረአ ዕለታዊ “ድሕሪ ሕጂ፡ ዝዀነ ኣባል ስለያ መንገዲ የማን ጸጋም ናይታ እንኮ ብኣጽዋር ጸላኢ ጸላኢ ጽዑቕ ናይ ተቓውሞ ተዅሲ ኤፍሬም፡ ምስ’ታ ቅድሚት ዝሃጀመት
ምንቅስቓሳት ጸላኢ ኣኪብካን ጸሚቝካን መሪሑ ነቶም ዝምልከቶም ሓይልታት ትሕሎ መስገሪት ድልድል ደጋጊሞም ኣጋጠማ። ነቲ ካብ የማን-ጸጋም ወሰናስን ጋንታ እዩ ተበጊሱ። እቶም ተጋደልቲ
ናብ እዚ ክፍለ ሰራዊትን ማእከላይ ስለያ ኣረኪቡ ደኣ ክምለስ ኣለዎ’ምበር፡ ኣብ ብመነጸር ሜዳ ኣማዕደዉዋ። ክንዮው ባሕሪ ጥዋለት ዝመጽኣ ዝነበረ ሓያል ካብ ጽርግያ ናብ ጸጋማይ ሸነኽ ባሕሪ
ውድብን ምትሕልላፍ እዩ። ምናልባት ውግእ ምእታው ስራሕኩም ኣይኰነን። ፍርቂ መንገዲ ናይታ ኣስታት 900 ተቓውሞ ኣብ ግምት ብምእታው ድማ፡ ወሪዶም ብቐላይ ክስጉሙ ኣብ
እቲ ክጽናዕ ኣለዎ ተባሂሉ ብላዕሊ ቀንዲ ናታትኩም ስራሕ መጽናዕቲ ሜትሮ ዝንውሓታ ደንድል ሓሊፍካ፡ ብዝባን ጽርግያ ንቕድሚት ምግስጋስ ከም ምጅማሮም፡ ተጋዳላይ ኪዳነ ክልተ ብርኪ
ዝመጽእ መምርሒታት ሓፈሻዊ እዩ። እዩ። ንስኻትኩም ትስውኡሉ ካልእ ኣብ ዕለት 11 ዝተቓጸላ ታንክታት ዘየዋጽእ ገምጊማ ናብ ባሕሪ ወረደት። ኢዱ ተወግአ። ኤፍሬም ንዕኡ ንምሕካም
ካብ ከምዚ ዝበለ ቦታ ክሳብ ከምዚ ዝበለ ንዓኻትኩም ዝምልከት መደብ ኣሎ፡ ህዝባዊ ግንባር ነበራ። ንሳተን፡ ካብ ስኔማ እቲ ባሕሪ ግን ምልኣት ነበሮ። ወሪዶም ካብ ሳንጣ ባንደጅ ኣውጺኡ ክጅንነሉ
ከባቢ ኣጽንዑዎ ዝብል መምርሒ ይወሃብ ” ኢሉዎም ነበረ። እዛ ቃል’ዚኣ ኸኣ፡ ኣይዳ ድሕሪ ምብጋሶም፡ ከም ካልኣይ በቲ ቐላይ ክግስግሱ እንተፈተኑ፡ ኣብ ከባቢ ኸሎ፡ ነታ ናውቲ ሕክምና ዝሓዘት
እዩ። እቶም ኣባላት ስለያ ድማ ክሳብ በሪ ስጋለት ንምኽፋት ኣብ ስኔማ ኣይዳ መወዳደቢ ድፋዕ ክጥቀሙለን መምርሒ ኣፍልቦም በጺሑ ከሰጉሞም ኣይከኣለን። ሳንጣኡ መቐመጢ ድሩቕ መሬት
ናብ ስልኳ ዝኸይድ ስጉምታት ይወስዱ። ተኣኪቦም መግለጺ ኣብ ዝተዋህበላ ሰዓት ተዋሂቡዎም ነበረ። ነቲ ዝተዋህቦም በዚ ምኽንያት፡ እንደገና ናብ ዝባን ስኢኑላ ከይተረድኦ ኣብቲ ቃላይ ኮፍ
ብመንጎ ድፋዓት ጸላኢ ሃጓፍ ቦታታት ተዘከረት። ብስታፍ ስለያ ክፍለ-ሰራዊት መብርሂታት ብመነጸር ሜዳ ኣሰንዮም ጽርግያ ስጋለት ደየቡ። ካብ ፍርቂ ቀጣን ኣበላ። እቲ ባሕሪ ድማ ነታ ሳንጣ ወሲዱ
ኣጽኒዖም ናብ ድሕሪ መስመር ጸላኢ ተጋዳላይ መድሃኔ ደባስ “ስጋለት ቀጣን ምስ ተዓዘቡዎ፡ ንኣተኣታትዋኦም ናብ ስጋለት ቍሩብ ሓሊፍካ፡ ነተን ኣብ ዕለት ካብ ኤፍሬም ኣርሓቓ። ጌና ናብ ጥልቀት
ብምሕላፍ፡ ዓቕሚ ጸላኢ፡ ኣተሓሕዛኡ፡ ክንከፍት ሓላፍነት ተዋሂቡና ኣሎ” ዝምልከት ኣሰላልፋን ምውዳብን ኣተዉ። 11 ብጸላኢ ዝተሃርማ ታንክታት ህዝባዊ ባሕሪ ቅድሚ ምብጻሓ ንኸትርፋ - ናይ
ዕጥቁ፡ ዓይነታት ኣጽዋሩን ዓይነት ኢሉ ምስ ገለጸሎም፡ ብታሕጓስ ክጭደዱ ሰብኣዊ ክሳራታት ንምውሓድ ምእንቲ ግንባር ኢኻ ትረክብ። ብዘይካአን ካልእ ምሕካም ስራሑ ደው ኣቢሉ ነታ ሳንጣ
ሰራዊቱን ዝምልከቱ ጽጹይ መጽናዕቲ ደለዩ። ሓጐሶም ብዕልልታን ጣቕዒትን ኽከኣል፡ በብጋንታአን ተኸፋፊለን ክኣትዋ ንርእስኻ ክትክውለላ እትኽእል ነገር ኣብቲ ኣርኪቡ ሓዛ።
የቕርቡ። ኣናገለጹ፡ “እሞ እታ ብጻይ ፍሊጶስ ዝበለና ተወሰነ። ብጎይትኦም ዮውሃንስ (ወዲ መስመር ኣይነበረትን። ኣብ ምብጋሶም፡
ይንኣሱ ይዕበዩ ናብ ናይ ምጥቃዕ መዓልትስ መጺኣ!” እናበሉ ዘከሩዋ። ኮረሪን) ብብሉጽ ጠዓመን ትምእከል ነተን ዝዓነዋ ታንክታት ከም መወደቢ ይቕጽል
ድሕሪ መግለጺ፡ ማእከልነት ጋንታታት
ስጉምቲታት ኣብ ዝሰጋገረሉ ግዜ ድማ፡
ነተን ኣሃዱታት መንገዲ ብምምራሕ ብስታፍ ስለያ መድሃኔ ደባስ ተመሪሖም፡
ካልአይቲ ጋንታ ቅድሚት፣ ብሃይለ
ወልደኣምላኽን ሳልሕ ዓፋን ትምራሕ
ክጥቀሙለን መምርሒ ተዋሂቡዎም ስለ
ዝነበረ፡ ተቐዳዲሚም ናብኣተን ተጸግዑ።
ሎሚ ኣብ ERI-TV
ኣስሊዅካ ብድሕሪት ከም ዝኣትዋ ካብ ህንጻ ስኔማ ኣይዳ የማን ጸጋም ኣብ ቀዳመይቲ ጋንታ ድማ ድሕሪኣ፣ ግን፡ ጸላኢ’ውን ተጋደልቲ ከምኡ ሰዓት መደብ
ይገብሩ። ከም ውጽኢቱ ድማ፡ ዝነበረ መከላኸሊ መስመር፡ ብወገን ብተኸስተ ዘውደ ትምእከል ሳልሰይቲ ክጥቀሙለን ከም ዝኽእሉ ገሚቱ ስለ
ቶታልን ብጸጋም ሸነኽ ድማ ኣብቲ 12፡00 ሃገራዊ መዝሙር
መጥቃዕቲታት ቅድሚ ብቕድመ ግንባር ጋንታ ድማ መወዳእታ። ነፍሲ-ወከፍ ዝጸንሐ፡ ካብ ወሰናስን እንዳበረድ፡ ጸጋማይ
ንእሽቶ ህጩም ዝነበሮ ፈራስ ገዛን 12፡02 ብዛዕባ ተመሃሮ ሕጊ
ምጅማሩ መምርያታት ከም ዝድምሰስ ጋንታ ድማ፡ ኣብ ክልተ ጕጅለ ተኸፋፊላ፡ ወገን ባሕርን ፓላሶታትን ዝብገስ፡ ናይ
ብምዃን ኣተሓሕዛ ድፋዕ ጸላኢ ከም 12፡30 ዜና ትግርኛ
ጌርካ እቲ ስርሒት ብዝቐለለ ሰብኣዊ ነፍሲ-ወከፍ ጕጅለ ክሳብ ትሽዓተ ኣባላት ዝተፈላለየ ዓይነት ኣጽዋር ዳርባ ኣጽዒቑ
ዝርአ ተገብረ። እቶም ኣብኡ ዝጸንሑ 12፡50 ዜና ስፖርት
ክሳራ ከም ዝዕወት ይገብሩ። ዝሓቘፈት ኮይና ጠቕላላ ኣብታ ሓይሊ ኣብኣተን ሃረመ። እቲ ዝመጽእ ዝነበረ
ሰራዊት ብቕድሚ ድፋዕ ጸላኢ ከጥቅዕ ሓለፍቲ ብርጌድ 71፡ ማእከልነታት 12፡55 ካብ ዞባታት
ዝነበረ ዓቕሚ ሰብ 65 ይበጽሕ። እተን ተቓውሞ ዝያዳ ካብ ጸጋም እዩ።
ኣብ ዝፍትነሉ ግዜ፡ ፈንጂ የጋጥሞ፡ ናይ ቦጦሎኒ 2-71 እውን፡ ኣብ ቅድሚ’ቶም 13፡30 ዜና ዓረብ
ጕጅለታት ቅድምን ድሕርን ማዕበላዊ ከም ውጽኢቱ ድማ፡ ካብ ማእከልነት
መዳፍዕን ካልእን ኣፈሙዝ ጸላኢ ኵሉ ኣዘዝቲ ጋንታታት ስለያ ብምዃን፡ 13፡45 ሃሎው ደባይዋ
መልክዕ ተኸታቲለን ንውሽጢ ክስጉማ ጋንታ ብሉጽ ጠዓመ ጀሚርካ ብዙሓት
ናብ ቅድሚት ኣሲሮም ስለ ዝጸንሑ፡ ክሳብ ክንዮው ቀጣን ስጋለት ኣሕሊፎም ኸለዋ፡ ኣብ መንጎ ነፍሲ-ወከፍ ጕጅለ 50 ካብታ ጕጅለ መውጋእቲ ኣጋጠሞም። 14፡45 ዘዋሪት ካሜራ
ሜትሮ ጋግ ነይሩወን። ብሉጽ ጠዓመ፡ ማህረምቱ ከቢድ ስለ 16፡00 ሞዛይክ 1ይ ክፋል
ኣጋጣሚ ዀይኑ፡ እታ ብሉጽ ጠዓመ ዘይነበረ፡ ነቶም ብድሕሪት ዝሰዓቡ ብጾቱ 17፡00 ዜና ትግርኛ
ዝጠርነፋ ቀዳመይቲ ጕጅለ ናይ ሓበሬታ ኣብ ምሃብን፡ ብረድዮ ርክብ ነቲ 17፡15 ዳህሳስና
ካልኣይ ጋንታ፡ ክሳብ ፍርቂ ድንድል ዝኸይድ ዝነበረ ምዕባለ ካብ ምሕባርን 17፡30 ዜና ዓረብ
ስጋለት ቀጣን ትበጽሕ ብዘይ ተቓውሞ ደው ኣይበለን። 17፡45 ሞዛይክ 2ይ ክፋል
ተጓዕዘት። ቀዳመይቲ ዝተበገሰት ጋንታ ንኣብነት፡ እቲ ናይ ህዝባዊ ግንባር 19፡25 እትመት
ክሳብ ክንዳኡ ርሕቀት እትጓዓዝ ጸላኢ ነዋሕቲ ኣጽዋር ሓይሉ ናብዚ ሕጂ 20፡00 ዜና ትግረ
ተቓውሞ ዘይምግባሩ፡ ገለ ምኽንያት ታንክታት ዘለዋኦ ሓወልቲ ቅድሚት 20፡15 ቴራብ ቀጥታ
ክህልዎ ነይሩዎ፣ ምናልባት ነቲ ናይቶም ሓሊፉ ይሃርም ስለዝነበረ፡ እቲ ቀንዲ ነቶም 21፡00 ዜና ትግርኛ
ተጋደልቲ ዋሕዲ ርእዩ፡ ኣበይ ክበጽሑ ዝሃጅሙ ዝነበሩ ተጋደልቲ ከይጽግዑ 21፡25 ተኸታታሊት ፊልም ዋልታ
ይኽእሉ ዝብል ኣረኣእያ ገይሩ ክኸውን ዝቃወም ዝነበረ ጸላኢ ድማ፡ ኣብ’ዚ ሓርማዝ
ይኽእል። ብተወሳኺ፡ እቲ ካብ ወገን ዝተጠቕሰ ቅድሚት ብምንባሩ፡ ንስታፍ 22፡00 ዜና ዓረብ
ዝግበር ዝነበረ ጽዑቕ ናይ ከቢድ ብረት ስለያ መድሃኔ ደባስ፡ እቲ ናይ ጕልባብ 22፡15 ዕላል ተመኩሮ
ሽፋን’ውን ንጸላኢ ርእሱ ክጸቅጥ ገይሩዎ ኣጽዋር ናብ መርገጺ ባይታ ከባቢ ወሰን 22፡30 ዜና እንግሊዝ
ክኸውን ከም ዝኽእል ይግመት። ማይ ባሕሪን እንዳ በረድን - ስሒቦም ከም 22፡40 እንዳ ዝማም
ሓዳስ ኤርትራ መበል 33 ዓመት ቁ.145 16 ለካቲት 2024 - ገጽ 4

ሕብራዊት ብርዒ
ሃብተሚካኤል ዕቝባስላሴ

መሬታዊ ድንድል (land bridge)


ክሳድ መሬት ወይ ንኽልተ ዓበይቲ
መሬታዊ ድንድል ናይ ሎሚ ብገምጋም ከባቢ 120 ንደሴታት ናይ ሎሚ ኢንዶነዥያ
ሜትሮ ኣቢሉ ዝተሓተ እዩ ነይሩ። ምስ ደቡባዊ ምብራቕ ኤስያ ዘራኽቡ
ክፍልታት መሬት (ደሴታት ወይ
መሬታዊ ድንድል በሪን ድማ ደቂ ዓበይቲ መሬታውያን ድንድላት
ኣህጉራት) ዘራኽብ እንኮ ክሳድ
ሰብ ካብ ኤስያ ናብ ኣመሪካ ክሳግሙ ምንባሮም ድማ ይፍለጥ። እቶም
እዩ። እዚ ክሳድ መሬት እንተዘይህሉ
ዘኽኣለ’ዩ። በሪን ፍሉጥ መሬታዊ መሬታውያን ድንድላት፡ ሰብ ካብ
ድማ እተን ደሴታት ድየን ኣህጉራት
ድንድል እኳ እንተዀነ ኣብቲ ኣፍሪቃ ናብ ቦርኖን ካልኦት ደሴታት
ክራኸባ ኣይክእላን ማለት’ዩ።
እዋን’ውን ሓያሎ መሬታውያን ኤስያን ክጐዓዝ ዘኽኣሉ’ዮም። እቲ
መሬታዊ ድንድል ኣብ መንጎ
ድንድላት ምንባሮም ይፍለጥ። ዶገር ጉዕዞ ድማ ኣብ ክፉት ባሕሪ ነዊሕ
እቶም ዘራኽቦም ክፍልታት መሬት
ብዝብል ዝጽዋዕ ደቡብ ናይ ባሕሪ ዝርጋሐ ዝሸፈነ ፈላሚ ጉዕዞ ተባሂሉ
ምስግጋር ኣትክልትን እንስሳታትን
ሰሜን ዝነበረ መሬታዊ ድንድል ዝጥቀስ’ዩ። ቅድሚ ክልተ ሚልዮን
ክህሉ ዝሕግዝ ብምዃኑ ኢኮሎጅያዊ
ቱንዱራ ድማ ብኣብነት ይጥቀስ። እዚ ዓመታት ድማ ንሰሜንን ደቡብን
ኣገዳስነት ኣለዎ። መሬታዊ ድንድል
መሬት ሓደ ንእንግሊዝ ምስ ኣህጉር ኣመሪካ ዘራኽብ ኣገዳሲ መሬታዊ
ብሰንኪ ኣብ ዝተፈላለየ ጂኦሎጂካዊ
ኤውሮጳ ዘራኽብ ካልኣይ ድማ፡ ድንድል ምቛሙ ይፍለጥ። እቲ
ዘመን ዝዝርጋሕ ምብራኽን
ንእንግሊዝ ምስ ኣየርላንድ ዘራኽቡ መሬታዊ ድንድል ግና ዘይከም
ምስታዅን ጽፍሒ ባሕሪ ዝመጽእን
ብህቡብነቱ ዝጥቀስ’ዩ። ቅድሚ 20 ክሳብ ‘ኣላስካ’ ሕቡራት መንግስታት መሬታውያን ድንድላት ዝሓቁፍ ካልኦት ብምንቍልቋል ጽፍሒ
ዝጠፍእን ግዝያዊ ክስተት ምዃኑ
ሽሕ ዓመታት (ኣብ መወዳእታ ኣመሪካ ዝዝርጋሕ ዝነበረን’ዩ። ነበረ። ኣብዘን ደሴታት ዝነብሩ ደቂ-ሰብ ባሕሪ ዘይኰነ ብኣህጉራዊ ምፍንታት
ይፍለጥ። በሪን ብዝብል ስም ዝጽዋዕ
በረዳዊ መዋእል) ኣቢሉ ዝነበረን ኣብቲ እዋን ብሰንኪ ዝነበሩ ዓበይቲ ድማ ፈላሚ ጉዕዞኦም ብመገዲ እቲ (ኮንቲነንታል ድሪፍት) ዝቘመ’ዩ።
መሬታዊ ድንድል ኣብ ታሪኽ
ካብ ናይ ሎሚ ምብራቓዊ ሩስያ ከውሕታት በረድ ጽፍሒ ባሕሪ ካብዚ ድንድል ከም ዝፈጸምዎ ይፍለጥ።

ሓደ ካብ ኣዕኑድ ምብህሃል ዝዀነ ሓይሊ ስቕታን ግብረ-መልሲ ምሃብን ይርኣዩ። ኣብ ዝተፈላለየ ኣጋጣሚ
ረቛሒ፡ ‘ልክዕነት’ ምዝውታር’ዩ። ዋላ’ኳ ይጻወት። ስቕታ ዝሓሸ ስነ-ኣእምሮኣዊ፡ ስለ ዝዀነ ከኣ ብዙሓት ዕዉታት ሰባት ሳትያሙርቲ ኣንፈት ናይ’ቲ ወጣሪኡ ተሃዊኽና ዝተዛረብናዮ ዘረባ ድሒሩ
እቲ ናይ ሰብ ባህርያት ዝፈላለ እንተዀነ፡ ንጹርነት፡ ንቕሓት፡ ርህራሀ ሓያል ናይ እዚ ጥበብ ከዘውትርዎ ይርአዩ። ስቕታ ንምልላይ ናብ እኩብ ህዝቢ የማነ ዘጣዕሰና ኣሎዶ?
ሓጺርን ብሩህን ዝርርብ ምክያድ ንኹሉ ውሳነ ክእለት ከነማዕብልን ህይወትና ኣብ ልክዕ ግዜን ቦታን ምስ እተተግብሮ፡ ጸጋም ጠመተ። ፍሽኽ ከኣ በለ። እቲ ምስ ኩሉ ብማዕረ ተረዳዲእና ክንከይድ
ሰብ ርዱእ’ዩ። ንሰባት ከተረድእ ከለኻ፡ ከነመሓይሽን የኽእለና። ጉዳያት ብስቕታ ኣብ ህይወትካ እወታዊ ጽልዋ’ዩ ዘለዎ። ሓታቲ ንሳትያሙርቲ ዘዋጠሮ መሰሎ። ክብድ ይብለና ይኸውን። እንተዀነ
ዘረባ ናይ ዘንዋሕካ ኣይኰነን። ንጹር ምሕላፍ፡ ካብ ተራ ቃላት ወጺእካ ቍም- ገለ ካብኣቶም ንምጥቃስ፦ ጸቕጢ ደም ሳትያሙርቲ ዘእምን መልሲ ኣይረክብን’ዩ ሓባራዊ ኣረዳድኣ ከነማዕብል ንሰባት
ብዝዀነ ቃላት ኣሕጺርካ ከተረድኦም ነገር ሓዘል ቃላት ንኽትዛረብ ይሕግዘካ። የጉድል፡ ትኹረትካ የመሓይሽ፡ ጣዕሳ ኢሉ’ውን ሓሰበ። ዓቢይ ጌጋ! ምኽንያቱ ቅድም ንተዓዘቦም። “ብዙሕ ስማዕ
ናይ ዝኸኣልካ’ዩ። ብዙሕ ኮለል ምባል ንኹነታትካ ብህድኣት ክትፍትሽ፡ የጉድለልካ፡ ሰላምካ ይዓቢ፡ ርክብ ኣብ መንጎ ሳትያሙርቲ “ስለምንታይ ከምኡ ውሑድ ተዛረብ” ዝተባህለ‘ውን ኣገዳሲ
ተመራጺ ኣይኰነን። ነዚ ሓቂ ወትሩ ብውሑዱ እንታይን ብኸመይን ዝብሉ እንሓስቦን እንዛረቦን ዝያዳ ክዓምቝ ከምዝዀነ’ሞ ትፈልጥ’ዶ? ዋላ ጸሓይ’ኳ ዘረባ’ዩ። ኣብ ተፈጥሮ ኣካልና እንተርኢና
ምዝካሩ ኣገዳሲ’ዩ። ተረኽበ ኢልካ ሕቶታት ንኽትምልሶም ይድግፈካ። ይሕግዘና። ኣስፊሕካ ከም ትሓስብ እያ ንብሪጣንያውያን ገዛእቲ ብግዜ እውን ክልተ ኣእዛንን ሓንቲ መልሓስን
ዘረባን ዕላልን ንኣእምሮ ዝነክእ ዳእላ’ዩ። ሓሲብካ ምዝራብ ሓደ ጽቡቕ ልምዲ ይገብረካ፡ ምምሕያሽ ድቃስ ምስኣንን ጸልማት ዘይትኣምኖም ብምባል’ዩ ቀልቡ እዩ ዘሎና። እዚ ማለት ብዙሕ ክንሰምዕ
ካብ ከምኡ ስቕ ምባል እዩ ዝምረጽ። እዩ። ካብ ዘየድሊ ዘረባን፡ ሳዕቤኑን ናጻ ካልኦትን ኣገደስቲ ረብሓታት ኣለዎ። ገፊፍዎ ነቲ ወጣሪኡ። ሽዑ ካብ’ቲ እኩብ ሒደት ከኣ ክንዛረብ ዝድርኽ’ዩ ክበሃል
ናይ ምዝራብ ዓቕምና፡ ብዝተፈላለየ ንኽትከውን የኽእለካ። ብዓቢኡ ቅድሚ ብስቕታ ኣቢሉ ውሽጣዊ ትኹረትካ ህዝቢ ከም ደሃይ ብርቱዕ ማያት ዝጥዕም ይከኣል’ዩ። እዚ ማለት ግን ኣይትዛረብ
ኣገባብ ይምዕብል። ንነገራት ክንገልጾም ምዝራብካ ምሕሳብ፡ ምስ ካልኦት ሰባት እናዓበየ ምስ ዝኸይድ፡ ሓቀኛ መንነትካ ሰሓቕ ምስ ተፈነወ ወዮ ወጣሪ ኣብ ወይ ስቕ ኢልካ ስማዕ ማለት ኣይኰነን።
ከኣ፡ ብዙሕ ሜላታት ኢና እንጥቀም። ዘሎካ ዝምድና ብኣሉታ ንኸይጽሎን፡ ኣብ ንምርካብ ኣይትጽገምን። ምኽንያቱ ስቕ ዘይዓቕሙ ከምዝገጠመ ተረዲኡ ምሉቕ መተዓልልትኻ ብዛዕባ እንታይ ይዛረብ
ንነገራት ብሜላ ክትገልጾም እንከለኻ ከኣ ልዕሊኦም ሕማቕ ስእሊ ንኸይተሕድርን ክንብል እንከለና፡ ብውሽጥና ኣዕሚቝና ኢሉ ሃደመ። ሓደ ዓቢይ ትምህርቲ ድማ ከምዘሎ ክትርዳእ ከምዘለካ’ዩ ዘዘኻኽር።
ዝያዳ ይምረጽ። - ሓጋዚ እዩ። ቃላትካ፡ ክሳብ ንኻልኦት ክንጥምትን ፍሉያት ቃላት ክንዛረብን ቀሰመ። ኣፉ ክዓጹ ነይሩዎ። ተዛሪቡ ንፉዕ ሰማዒ ምዃን ኣገዳሲ እዩ። ግብረ-
ዓለም መድረኽ’ያ። እልቢ ዘይብሉ ሰባት ኣይጎድኡን እዮም ኢልካ ንኽእል። ስቕታ ካብ ምዝራብ ንላዕሊ’ዩ መስሓቕ ሰብ ስለዝዀነ። መልሲ ድማ፡ ኣዝዩ ኣገዳሲ’ዩ። ክትሰምዕ
ኣቃውማ ሰባት ክህሉ ባህሪያዊ‘ዩ፡ ሰባት እትኣምነሎም ስቕ ምባል ተመራጺ እዩ። ሓይሊ ዘለዎ። ብሕጽር ዝበለ፡ ስቕታ ካብ ንስቕታ ከመይ ኣቢልካ ትለማመዶ? ከለኻ፡ ግብረ-መልሲ ናይ ስምዒታት
ብዝፈጠርዎ መስርዕ ኣነባብራ ከኣ ምስ ቃላት ዝሓየሉ ጠበንጃ እዮም። ንኻልኦት ጫውጫው ኣርሒቑ ናብ ውሽጣዊ ከም ባህሪ ዝዀነ ነገር ኣብ ሓጺር ግዜ የድሊ። ዘስሕቕ እንተዀይኑ ክትስሕቕ፡
መንብሮኦም ዘሎዎም ቅርበት ክውሰን ሰባት እንተስ ብኣሉታ ወይ ብእወታ ዕረፍትን ንጹርነትን ንምምላስ ይሕግዘና። ብሓንሳብ ክትክእሎ ቀሊል ዘይክኸውን ዘንብዕ እንተደኣ ኰይኑ ከኣ፡ ክትነብዕ
ይከኣል። በዚ ዝፈጠርዎ ቅርበት’ውን ናይ ክትጸልወሎም ዘኽእሉ መሳርሒ እዮም። ንነብስኻን ንኻልኦት ሰባትን ከኣ ዝሓሸ ይኽእል እዩ። ቀስ ብቐስ ግን ዘይከኣል ኣለካ። ስምዒት ክትህብ ባህርያዊ’ዩ።
ምብህሃል ዓቕሞም ክብርኽ ዘሎ ተኽእሎ “ንመልሓስካ፡ ልክዕ ከም’ቲ ንወርቂን ሰብ ትኸውን። ብኡ መንጽር ከኣ ሓይሊ፡ ነገር የለን። ንገለ ካልኢታት ስቕ ብምባል ምስማዕን ምስምማዕን ተፈላልዩ
ዓቢ‘ዩ። ምብህሃል ዝፈጥሮ ሓይሊ ንኹሉ ንብሩርን ገይርካ ሓሉዋ” ብምባል’ዩ ‘ኣቢ ርእሰ-ምትእምማን ክትረክብ ይከኣል። ጀምሮ’ሞ ምስ ግዜ ስቕ ክትብል ብዙሕ ክርአ ኣለዎ። ንሰብ ሰሚዕካዮ ማለት
ክፉት ኣእምሮ ዝወነነ ሰብ ርዱእ’ዩ። ታሊብ’ ዝገልጽ። ብዙሓት ሰባት ንስቕታ ከምቲ ዝድለ ኣይክትሽገርን ኢኻ። ኣብቲ ናይ ፈለማ ተሰማሚዕካዮ ማለት ኣይኰነን። ኣብቲ
ምብህሃል ሓደ ርእሱ ዝኸኣለ ጥበብ’ዩ። ብስቕታ ኣቢልካ ነቲ ኣብ ውሽጥኻ ስለዘይመልክዎ፡ ንነገራት ከይሓሰቡ ግዜ ምስ ኣጸቢቕካ እትፈልጦም ሰባት ዘቕረቦ ሓሳብ ካብ ናቱ ዝተፈልየ
ንብሎ እንተ ፈሊጥና፡ ኣብ ምብህሃል ዘሎ ፍረ ህድኣት ክትግንዘቦ ምኽኣል ክዛረቡሎም ስጉምቲ ክወስዱ ይርኣዩ ፈትኖ’ሞ፡ ምስ ግዜ እናመለኽካዮ ርእይቶ ክህሉወካ ይኽእል’ዩ። ገለ ሰባት
ልዑል ተራ’ዩ ዝጻወት። እንታይ ትብል ኣገዳሲ እዩ። ስቕ ምባል ንቕሓት’ዩ፡ ንፉዕ እዮም። ንኣብነት ሳትያሙርት ውሩይ ክትከይድ ኢኻ። ክትሰምዖም ከለኻ ነዚ ይርስዑዎ’ሞ፡ ኣብቲ
ከይፈለጥካ ዘረባ ምስንዳው ምስ ጽሉል ሰማዒ ምዃን ከኣ ጥበብ እዩ። “ዘረባ ህንዳዊ ተቓላሳይ ናጽነት’ዩ። ንፉዕ ገለ ናይ ስነ-ልቦና ክኢላታት ከም ጉዳይ ናይ ግድን ክትሰማማዕ ይደልዩኻ።
ከስርዓካ ይኽእል’ዩ። ካብ ከምዚ እምበኣር ብሩር ስቕታ ድማ ወርቂ” ብምባል እዩ መዳራይ ምንባሩ ድማ ይፍለጥ። ኩሎም ዝጠቕስዎ፡ ስቕ ዝብሉ ሰባት ከም ባህሪ ገለ ሰባት ከኣ ነታ ናይ ምስማዕ ሓሊፎም
ስቕ ምባል ይምረጽ። ዊንስተን ቸርችል ዝገልጾ። ኣብቲ ብልክዕ ዝዛረቦም ሓሳባቱ ርትዒን ሚዛናውነትን፡ ካብ ምስ ካልኦት ዝያዳ ምስ ውሽጦም ናብ ምምካር ገጾም ይኸዱ። በዚ ዀይኑ
ስቕታ፡ ዘረባ ኣገዳሲ ኣብ ዘይኰነሉ ስቕታ ዘድልየሉ ግዜ፡ ካብ ተሃዊኽካ ጥበብን ምስትውዓልን ዝሓዘሉ’ዮም እዮም ነብሰ ዝርርብ ዘካይዱ። ኣብ በቲ፡ እቲ ዘገድስ ንሓደ ሰብ ምሉእ ኣድህቦ
ግዜ ካብ ስነ-ኣእምሮኣዊ ነውጽን ምዝራብ፡ ነቲ ዝብሃል ዘሎ ዘረባ ብጥንቃቐ ነይሮም። ሓደ ግዜ ሳትያሙርቲ ብዛዕባ ዝተፈላለዩ ንጥፈታት ኣብ ስራሕ፡ ሂብካ ዝኣክል ግዜ ፈሊኻ ክትሰምዖ
ዘይምቹእ ስምዒትን ወጺእካ፡ ዝያዳ ኣስተብሂልካ ግብረ መልሲ ምሃብ ወይ ጉዳይ ሓርነት ህንዲ ናብ መንግስቲ ዓባይ ትምህርቲ ዕዉታት ኰይኖም ክወጹ ይምረጽ።
ዕላማ ዘለዎ ምንባር ንኽትነብር ዓቢ ተራ ስቕታ ምዝውታር ወርቂ ምዃኑ’ዩ። ብሪጣንያ ክቐርብ ናብ ሎንደን ተጐዓዘ።
ንመራሕቲ ብሪጣንያ ረኺቡ ድማ ብዛዕባ
ዝመጽኣሉ ዕላማ ኣዘራረቦም። ብድሕሪ’ዚ
ጥቕስታት ሕብራዊት ብርዒ
ሳትያሙርቲ ሓያለ ህዝባዊ ሰሚናራት • “ፍጹምነት እንተ ዝጽበ ነይረ፡ ሓንቲ ቃል’ውን ኣይምጸሓፍኩን።” - ማርጋሬት
ኣካየደ። ኣብ ኩሎም ዘካየዶም ኣኼባታት ኣትውድ
ድማ ብዙሓት ተጋባእቲ ረኸበ። ሓደ • “ብሉጽነት፡ ተግባር ዘይኰነ ልምዲ እዩ።” - ኣሪስቶትል
መዓልቲ ኣብ ተመሳሳሊ ኣኼባ ጉዳይ • “ስለምንታይ ዓርቢ ካብ ሰኑይ ኣዝያ ርሕቕቲ፡ ሰኑይ ካብ ዓርቢ ግን ኣዝያ
ሓርነት ህንዲ ኣልዒሉ ይገልጽ ነበረ። ዝቐረበት?” - ዘይተፈልጠ
ካብ ማእከል’ቶም ተጋባእቲ ድማ ሓደ • “ለካቲት ሓጻርን ኣዝያ ጥዕምትን እያ።” - ቻርመይን ጀይ ፎርደ
ብሪጣንያዊ፡ ጸሓይ ከምዘይትዓርብ • “ንእሽቶ ዕማም ናይ ጽባሕ ንብዙሕ ናይ ትማሊ ክሳራ ከመይ ኣቢላ ክትክሕሶ ከም
ትፈልጥ ዲኻ? ክብል ወጠሮ፡ ሓቂ’ዩ እትኽእል ዘገርም’ዩ።” - ጆን ጓረ
ብሪጣንያ ኣብ መላእ ዓለም ብዙሓት • “ነፍሲ ወከፍ ለይቲ ክድቅስ ከለኹ፡ እመውት እየ። ንጽባሒቱ ንግሆ ምስ
ግዝኣታት ስለዝነበራኣ ኣብ ገሊአን ተበራበርኩ ድማ ዳግማይ ከም ብሓድሽ እውለድ።” - ማሃትማ ጋንዲ
ጸሓይ ክትዓርብ እንከላ ኣብ ገሊአን • “ቅድሚ ናይ ምሕሳብ ልምዲ ምጥራይና፡ ብናይ ምንባር ልምዲ ኢና እንነብር።”
ድማ ከምትበርቕ ዘጠራጥር ኣይኰነን። - ኣልበርት ካሙስ
ሓዳስ ኤርትራ መበል 33 ዓመት ቁ.145 16 ለካቲት 2024 - ገጽ 5

ወዘተረፈ
ወዘተረፈ መም/ዮናስ ሃብተ

ከም ብ’ዋዛ ወግዒ ጭራ-ዋጣ ከለዉ ከም’ቲ፡ “ነትን ደፊእካ፡ ነዝን ስሒብካ፡ ናብ ዓዲ ኩስቶ ምሽ በጺሕካ? ናብ ጥቓ
ነይሩ። እቲ በዓል ዋጣ ነቲ ሓሳብ ስለ “በሉ ካብ በልኩምስ ሓንቲ መለክያ ” ዝበሃል ምስላ፡ እቲ ዝበደለ፡ ትብዓት ዝህብ ዓድና ምስ ቀረብካ ደሓር ጥር ኢልካ ናብ
ሓደ ምግናን ዝፈቱ ሰብ፡ ንሓደ ናብ ልቦና ረኺቡ፡ “በዲለ እየ’ሞ ይቕሬታ ዓዲ ኩስቶ ሓሊፍካ። ሕጂስ ነታ፡ ኩስቶ
ዝተቐበሎ ግን፡ ናብ ዋጋ ዕዳጋ ተበጺሑ ሃቡኒ!” ብምባል - ሓንቲ መለክያ ጀሚሩ።
ገዝኡ ዝመጽአ ጋሻ፡ “እዚ እትርእዮ ኣይትሓዙለይ!” ንኽብል ይደፋፍኦ። እቲ እትበሃል ዓድና ስለምንታይ ኢኻ ረጊጽካያ
ብ20 ናቕፋ ተሰማሚዖም። ኣብ ጥቓ ክልተ በጺሑ። ሰሊሱ፡ ረቢዑ፡ ሓሚሱ።
ዘለኻ ወዲ ዓመትን ሽዱሽተ ወርሕን ዝተበደለ፡ ኩሉ ገዲፉ “ንዝጊሄር ይጥዓሞ ሓሊፍካ?” እናበለ ዳርጋ ክበኣሶ ደለየ። ሽዑ
ስራሕ ኣይትጽናሕ፡ ገና ብግስ እናበሉ ብድሕሪኡ ረሲኑ። “ኣጸቢቕካ ምእንቲ
ወደይ - ገና ወዲ ሽዱሽተ ወርሒ እንከሎ ይቕሬታ ይኹንካ፡” ብምባል ዝተበደሎ ንሱ፦
እዩ እቲ በዓል ዋጣ ጀሚርዎ ነቲ ጸወታ። ጓህሪ ክትገብራስ!” እናበሉ ካብ ብመለክያ
ብእግሩ ምኻድ ምስ ጀመረ እዩ” ክብል ረሲዑ ናይ ቀደም ፍቕሩ ክምለስ ይስሕቦ። “ንሕና እኳ ላ’ብላ ወይ ጣ’ብጣ
ንሱ ደርፊ እናቐያየረ ክደርፍ፡ ንሳቶም ናብ ብዓቢ ብኬሪ ከሰጋግርዎ ከለዉ እውን፡
ኣጋነነ እሞ፡ እቲ ምግናን ዘይተዋሕጠሉ በዚ ድማ ንሰናይ ተልእኾ እቲ ክቡር ሞያ ብዝውድእ ፊደል ኢና ንኸይድ ዘለና
እናሳዕስዑ ክኸዱ ሓያለ ኣልዒሎምሉ ነቲ ብዙሕ ይፍለጦ ኣይነበረን።
ጋሻ - “እሞ ንሓደ ዓመት ዝኣክል ብዘይ ርኢኻ፡ “እቲ ጥበብ እትስ፡ ኣብ’ዚ ሕጂ እምበር፡ ብኣውተቡስ ኣይኮንናን ንኸይድ
መንገዲ። ሓንሳእ ሓንሳእ’ውን እቲ ጸወታ ተበገስ ኮይኑ፡ ንሳቶም ‘ሆ!’ እናበሉ ናብቲ
ምቊራጽ ከይዱስ፡ ክሳብ ሕጂ ኣይደኸመን እዋን’ዩ ዝያዳ መድለየና ነይሩ፡” ትብል።
ደስ ኢልዎም፡ ነቲ በዓል ዋጣ ናይ ገዛእ እንዳ ጓል ገጾም ክኸዱ ከለዉ፡ ንሱ ከም ዘለና።” ክብል ከም ብዋዛ ገይሩ መሊስሉ።
ኣሎ ማለት ድዩ?” ክብል መለሰሉ። ኩልና ከም እንፈልጦ፡ ኣብ መርዓ፡
ርእሶም ግጥሚ የቐብሉዎ ነይሮም። እግሪ ተኽሊ ቈልዓ ሰንከልከል እናበለ ብሰብ ዋጣ ዝውደስ፡ ንሰብ ውራይ
== == == ብፍላይ ዕዱምን ወለደኛን ሆጭ ኢሉ ምስ
“ሰብ ታክሲ እንተ ጠፍኡ. . . እሞ ስዒብዎም። ኣብቲ ዳስ ምስ ኣተዉ እዩ ዝውድስ ዓይነት ወደሳታት ዘርዚርካ
ሓደ ሓደ ግዜ መቸም ብእግርኻ ምኻድ ተኣኻኸበ፡ እቲ በዓል ጭራ ዋጣ ኣቐዲሙ
በለልና?” እቲ ሽግር። በዓል ዋጣ ብደዉ ድቃስ ዝውዳእ ኣይኮነን። እንተኾነ ግዳ፡
ይህከየካ እንድዩ፡ ሓደ ምሸት ኣነን ዓርከይን ዝተዋህቦ ኣስማት ሰብ ውራይ እናጸውዐ እዩ
“ሰብ ታክሲ እንተጠፍኡ፡” መጺእዎ። “ዋጣ!” እንተበልካ፡ ዋጣ “ኣታ ሃይለ ሓወይ ጎይታ ዓዲ፡
ብእግርና ምኻድ ተሃክዩናስ ካብ ሹቕ ናብ ዝውድስ። ነቶም ሰብ ውራይ ንምውዳስ
“ሰብ ዋጣ ኣለውና፡” መልኣላ፡ ትመስክር - ትም ኢሉ ጥራይ ኣብቲ ኮፍ ወደ’ቦይ ኣስመላሽ ሓው ኣባዲ፡
ኣኽርያ እትኸይድ ታክሲ ተሰቒልና። ኢሉ ዝደርፎ ደርፊ፡ ብረቂቕ ጥበብ
“ሰብ ዋጣ ኣለውና፡” ዝበሎ ‘ቁልዕጽ ቁልዕጽ’ ይብል። ዓርኪ ጎይታ መሮር ኢኻ ጎይታ ዓዲ፡”
ኣብ ከባቢ ዕዳጋ ሳዕሪ ክንወርድ እንከለና፡ ዝተኾሓሓለ ክነሱ፡ ኣሻቡ ሓሲቡ ኣሻቡ፡
“ሰብ ታክሲ እንተጠፍኡ፡ ሰብ ዋጣ ሕልፎት ሓሪቖም፡ “ኣታ ኣያ በጃኻ’ባ እዛ እንተተባሂሉ፡ ኩሉ “እወ ሓቅኻ!
እቲ ዓርከይ፡ ናይ ክልቴና ኢሉ 20 ናቕፋ ‘ተረር ተረር’ የብሎ ክትርኢ እንከለካ፡
ኣለውና፡” ድገማ ሕጂ ድማ፡ ጓይላ ጓህሪ ግበራ!” እወ ሓቅኻ!” ይብል ማለት ኣይኮነን።
ሂብዎ። ኣዚኻ ትግረም። ተረፍ ኣግራሞትካ ድማ፡
“ሰብ ታክሲ እንተጠፍኡ፡ ሰብ ዋጣ ኣበይ ኣሎ እዩ’ሞ ንሱ፣ ከም’ዛ ንዘይንዓኡ ምኽንያቱስ፡ እቲ ካብ ሓቂ ዝረሓቐ ዘረባን
“ወስኸላ. . .” ሞሳኡ ንኽትከፍል ሸልሞ ሸልሞ፡ ጠቅዓሉ
ኣለውና፡” “ኣስቅጥ!” ወደሳን ዘይወሓጠሎም ሰባት’ውን ስለ
“ናይ ምንታይ ኢለ ክውስኸላ...?” ጠቅዓሉ ይመጽኣካ።
“በዚ ኮይኑ በቲ፡ እናተሓጐስካ ምኻድ “ኣታ ኣያ ዝሒልካና እምበር፣ በጃኻ’ባ ዘይሰኣኑ።
“መስዩ እንድዩ!” እቲ በዓል ውራይ ወይ እቲ ተወዳሲ፡
እንደኣሉ ዘድልየና!” ወስኸላ’ሞ ጓህሪ ግበራ!” “ወደ’ቦይ ኣስመላሽ ሓው ኣባዲ፡
“እንተመሰየስ ንምሸትዶ ፍሉይ ታሪፍ ዋላ’ውን ነቲ ዝወሃቦ ወደሳ ዘይበቅዕ ክነሱ፡
ባዕልኻ መልኣዮ። “በጃኻ! በጃኻ!” ምባል ምስ በዝሖ፡ ጎይታ መሮር ኢኻ ጎይታ ዓዲ፡”
ኣለዎ እዩ. . .?” በዓል መዓልቲ ስለዝኾነ ጥራይ ማእለያ
“እሞ ሓይሊ እንድየ ስኢነ።” እንድሕር ኢሉ ንኣብነት፡ ንሳቶም ግን
ከም’ዚ ድሕሪ ምምልላስ - ሓቂ ይሓይሽ ዘይብሉ ናእዳ ክወሃቦ ከሎ፡ ንስኻ’ውን፡
ኢልዎም ብዘደንግጽ ድምጺ ብኣንጻሩ፡ “እንታይ ጎይታ ዓዲ ደኣ!
እቲ በዓል ታክሲ ዋላ ሓንቲ ከይወሰኸ “ደሓን’ስከ በዓል መዓልቲ እዩ፡” ኢልካ
“በዚ ቀስ ኢሉ። ምትሩስ ዓዲ ወይ ምጅሉሕ ዓዲ’ዶ?”
ትም ኢሉ። ሓደ ኣብ ጐድኒ እቲ በዓል ዓቕሊ ብምግባር፡ “ሽፋ ይግበረሉ!’ ክትብል
ኮይኑ በ ቲ ፡ “ሓይሊ ስኢንካ?” ይብሉ ማለት እዩ።
ታክሲ ዝነበረ ተሳፋራይ ግን፡ ዝጠወቖ ትገድድ።
“እወ’ዞም የሕዋተይ ሓይሊ ንኣብነት ኣብ ናተይ መርዓ’ኳ፡ ደሓን
ዘይብሉ ነታ - “እንተመሰየስ ንምሸት’ዶ ሓደ ግዜ፡ (እዚ’ውን ወዲ ዓድየ ዘዕለለና
እናተሓጐስካ ስኢነ፡ ኣብራኸይን መልሓሰይን ኣብዩኒ።” ይእተዉ መታዓብይተይን ደቂ ገዛውተይን
ፍሉይ ታሪፍ ኣለዎ እዩ?” እትብል ዘረባ እዩ) ኣብ ሓደ እንዳ መርዓ፡ ጠጥዕሙ
ምኻድ እንደኣሉ “እሞ ንሕና ዋላ ነቲ መህረሚ ዋጣ እንድዮም ክንዲ ክራርን ክንዲ ዋጣን
ናይ ዓርከይ፡ “ተመላሲ የብሉን” ብምባል፡ እናተዛረበ ሰብ ውራይ ዘመጉስ ዝነበረ
ዘድልየና፡ ንላዕሊ ንስሕበልካ እሞ፡ ንስኻ ድማ ኮይኖም ኣመርዕዮምኒ። ምናልባት በዓል
ኣብ ክንዲ እቲ በዓል ታክሲ ኮይኑ መልሲ በዓል ዋጣ፡ ዝተዋህቦ ኣስማት መሰረት
ሕጂዶ እሞ ታክሲ ተማዊትካ ንታሕቲ እናሰሓብካ ሓቦ ገይርካ ዋጣ ነይሩ እንተዝኸውን ግን፡
ሂቡላ። ገይሩ ንሰብ ውራይ ብኣስማቶምን ኣስማት
ኢልና ሞይትና፡ ነዛ ጓይላ ጓህሪ ትገብራ።” ተስፋ ቈሪጾም “ንመርዓዊ ክንገብረሉ ናቱ፡
“ተመላሲ የብሉን ዲኻ ትብል?” ዓዶምን እናጸወዐ፦
እናተሓጐስካ ምኻድ ናብ ምልጋጽ ኣትዮም ንሳቶም። ንመርዓዊ ክንገብረሉ ናቱ፡
“እወ” “ኣታ እከለ ሓወይ በዓል ክስታይ!
እንደኣሉ ዘድልየና፡ “ከም’ዚ ኢለ ከፊኡኒ ከሎስ ነዛ ጓይላ ጓህሪ እንዳ-ኣቦኡ ሓዊ ሓዊ ዝሽትቱ፡
“እሞ ንስኻ እንዶ ምስኡ ተመላለስ!” ናብ ከም’ዚ እንተኸድካ ናብቲ ታሕታይ፡
ንሓጐስሲ በዓል ዋጣ’ኳ ክገብራ?” እንዳ-እኖኡ ኣናብስ ዘኽትቱ፡
ንሕና እናሰሓቕና ኬድና፡ ንሳቶም ድማ ተደሊኻ ጣፍ ተደሊኻ ስርናይ።
ይሕሸና!” “እወ!” ግርማ ንጉስ ለይለይ ዝቑመቱ፡
ትም ኢሎም መገዶም ቀጺሎም። ኣታ እከለ ወደ-ከለ፡ ወዲ ሸነኽ ላዕላይ
ከም’ዚ ኢሎም ግርም እናተጻወቱ ንሳቶም “ኣሕ እዋይ ኣነ! ነዛ ጓይላ ጓህሪ ክትገብራ እዝጊ ሂብዎም እቶም መዋስብቱ፡
ጠባይ ሰብ መቸም ዝተፈላለየ እዩ። ከከም ሓዊ ለተብርሃን ሓዊ ለታይ፡
ብጽቡቕ ናብ ገዝኦም በጺሖም። ንሱ ኢልኩም እባ፡ ኣብ’ዛ ከብደይ ጓህሪ ጸሎት ወለዳ በጺሕዋ መርዓቱ፡”
መልክዑ። ጠባይ ሰብ ታክሲ ድማ ይፈላለ ሃብታም ዓዲ ብጸጋ ብትሕዝቶ፡
ጽቡቕ ገንዘቡ ሒዙ ናብ ገዝኡ ተዓዚሩ። ኣጒድኩምለይ!” ምበለ እሞ፡ መጀመርታ መጀመርታ ኣነ፡
እዩ - ከከም መልክዑ ወይ ከከም’ቲ ዓይነት ተደለኻ ትህብ ተደለኻ ትብሕቶ፡
ከማይ እንተኾይንኩም መቸም እዛ ሕክያ፡ ብፍላይ ኣብ’ዚ ከተማታት ካብ ባህልና “ንዓይ ድዩ፡ ዋላ ካልእ መርዓዊ ኣሎ ኣብቲ
መኪናኡ። ገሊኦም ሰብ ታክሲ፡ ናይ ታክሲ ከም’ዚ ናትካ ሓይሊ መን ኣለዎ፡
“ለካ ደርፊ ንባዕሉ፡ ንሰባት ናብ ዝደለይዎን እናረሓቕና ንኸይድ ስለዘለና ደኣ ዋጣ ገዛ?” ኢለ ምገረመኒ። እቶም ሓቂ’ምበር
ስኢኖም ሕሙም ደጊፎም ብእግሮም እዝጊ ፈትዩ ዝመጠዎ፡ እዝጊ ፈትዩ
ናብ ዝደለዮምን ዘበጻጽሕ ነብሱ ዝኸኣለ እናተረፈ ይመጽእ ኣሎ እምበር፡ ሰብ ምግናን ዘይፈትዉ ሰባት ድማ፡ ምናልባት
ዝኸዱ ሰባት እንተርእዮም፡ ንስለ ዕግበት ዝመጠዎ!”
ዓቢ ናይ መጉዓዓዚ መሳርሒ እዩ።” ዋጣ ብጥዑም ደሃይ ድምጾም፡ ምስ ነቲ ፊደል-ቱ ተኸቲሉ ዝኸይድ ቃላት እቲ
ሕልናኦም ነቲ ሕሙም ብናጻ ናብ ገዝኡ ክብል እንከሎ፡ እቶም ስሞምን ስም
ኣቢላትኩም ትኸውን እያ። ሰሓቢ ቅኒት ዋጣኦም ኣወሃሂዶም በዓል ዋጣ ስዒቦም፦
ወይ ናብ ሕክምና የብጽሑ ይኾኑ። ገለ ዓዶምን ዝተጸውዑ፡ ወይ’ውን ደቂ እቲ
መቸም፡ ናይ ወዲ-ዓድየ ሕክያ ናይ የመሓላልፍዎ ብዝነበሩ ጽቡቕን ጸላውን “እዚ ሕማቕ፡ መሕረር ተግባራቱ፡
ውሑዳት ድማ፡ ብኣንጻር ናይ’ዚ፡ ዝደኸመ ዝተጸወዐ ከባቢ ዝኾኑ ኩሎም፡ “ንዓና እኳ
ምፍጣርን ናይ ኣተሓካኽያ ክእለትን፡ ኩሉ ባህላዊ ጸወታታት፡ ሰብ ውዕለት ንቕሓት ንእንዳ-ኣቦኡ ኣጉህዩ እቲ ሂወቱ፡
ሕሙም ናብ ሕክምና ከብጽሑልካ እዩ!” ብዘስምዕ ዓይነት፡ ከካብ ዝነበርዎ
ግዜ እንድዩ ዘገርመኒ - ሓደ መዓልቲ ሕብረተ-ሰብናን ምዕቃብ ባህልናን ካብ እንዳ-እኖኡ ሰጊሩ እቲ ክፍኣቱ፡
ጸዊዕካዮም ናብ’ቲ ሕሙም ተቐሪብሉ ዘሎ ብድድ ብድድ እናበሉ ናብቲ በዓል ዋጣ
ወዲ ዓድየ ዘዕለለና ኣላ። ኣብ መርዓ ምዃኖም ኣይዝንጋዕን። ከመይ’ሲ እቲ ዋዛ ከየረኻኽበላ ይስተራ መርዓቱ፡
ኣፍ-ደገ ገዛኻ ምስ በጽሑ፡ እሞ ድማ ወረር ወረር ይብሉ።
ናቱ እዩ። ምስ ዓርኪ ሕልፎት ዝወፍር እናሓወሱ ብደርፊ ዘመሓላልፍዎ ዝነበሩ ትም ብኣፈ-ስላሰ እንታይ ከነዘንቱ፡
እቲ ሕሙም ተወጺዑ እንተጸኒሑ፡ “ኣብ እቶም ገሊኦም ድማ፡ “ዓድና ክትጽዋዕ
ጭራ-ዋጣ ተቛጺሮም ነይሮም ናብ እንዳ መልእኽትታት፡ ዝዓሸወ ኣብ ምልባም፡ ኩሉ-ምሉ ሕማቕ’ዩ ዛንታ ናቱ፡” ምበሉ
ምውራድን ምስፋርን ግዜ ክወስደልና እያ” እናበሉ ዳርጋ ኣይ ኮፍ ኣይ ደው
ጓል እናተበገሱ ከለዉ እዩ - እቲ በዓል ዝተጋገየ ናብ ልቡ ኣብ ምምላስ፡ ዝተሃከየ ነይሮም ይኾኑ።
እዩ” ካብ ዝብል ድዩ ዋላ ካልእ እንድዒ፡ ኮይኖም፡ ስም ዓዶም ክጽዋዕ ይጸናጸኑ።
ዋጣ መጺኡ። ከም ልሙድ ነቶም ዓርኪ ክተግህ፡ ዝኸነበ ክለዝብ ኣብ ምግባር፡ ዓቢ ወግዒ ጭራ-ዋጣ፡ ኣብ ሓጐስ ሓዘን፡ አብ
መኪናኦም ጥውይ ኣቢሎም ይሃድሙ። እቲ በዓል ዋጣ ስም ዓዶም ከይጸወዐ
ሕልፎት ኣደራሪርካ ስለእትሰዶም፡ ቅድም ግደ ነይርዎ። ሃገራዊን ሃይማኖታዊ በዓል፡ ኣብ ጓይላ
ቀደም እዩ። ክልተ ኣዕሩኽትና ኣብ ናብ ክንዮኡ ዘሎ ዓድታት እንተሰጊሩ፡
ተደራሪሮም። ካብኡ ዝብገስሉ ሰዓት ክሳብ እቲ ምስ ዓይነ-ብርኩ ከሎ ግን ከኣ ጸጋኡ
ኮምብሽታቶ ኣምስዮምሲ፡ ንገዝኦም ብሕርቃን፦ እናተጻወትካ ወይ ኮፍ ኢልካ ዝስማዕ፡
ዝኣክል፡ ኣረቅን ስዋን ምስታይ ተጀሚሩ። ተኸዊልዎ ተኾርምዩ ዝውዕል ዝነበረ ሰብ፡
እትወስድ ታክሲ እንተረኸቡ ናብ መጸበዪ “ኣታ እንታይ እዩ ወሪድዎ? እንታይ እዩ ንኹሉ መምስ ኩነታቱ ዝኸይድ ዝተፈላለየ
እቶም መንእሰያት፡ ኣረቅን ስዋን ዝተኸወሎ ጸጋ ዓይነ-ብርኩ ርእዩ ናብ
ታክሲ ከይዶም። ታክሲ ተጸበ እንተበልካ ኮይኑ ስም ዓድና ጠፊእዎ?” እናበሉ ምስቲ ቅኒትን ኣጸዋውታን ኣለዎ። ንዓኡ
ክሓዋውሱ ከለዉ፡ እቲ በዓል ዋጣ ግን፡ ስራሕ ክወፍር ሰሪሖም። ዓይነ ብርኪ
ግን ታክሲ ትመስክር ኮይንዎም። ትጽቢት በዓል ዋጣ ይኹርዩ። ተጠቒሙ ንጹርን ሰሓብን መረዳእታታት
“ስዋ ደኣ’ምበር ኣረቅስ ኣይለኽፋን እየ፡” ዝጎደሎ፡ ንዝጎደሎ ዓይነ ብርኩ ዝትክእ
ነዊሕዎም ክኸዱ እናበሉ እንከለዉ፡ ሓደ ግዚ ሓደ በዓል ዋጣ ብተመሳሳሊ፡ እናሃበ ድማ፡ ኣበይ ትንእድ ኣበይ
ኢሉ ኣረቂ ምስታይ ኣብዩ። ሓያል መንፈስ ከም ዝተዓደሎ ተገንዚቡ
“በዓል ታክሲ ካብ ሰኣንና፡ በዚ በዓል ኣስማት ዓዲ እናጠቐሰ፡ ትዝልፍ፡ ንመን ጽቡቕ ኣሎ ትብል፡ ንመን
እቶም ሓደ-ሓደ ሰባት ካብ’ቶም ዓርኪ ጻዕሩ ክቕጽል፡ ብሳላ ጻዕሩ ኣብ ኣብ
ዋጣ ዘይንኸይድ. . .?” በለ እቲ ሓደ - “ክስታይ ዝዓድኻ ጥጥሕ ኢላ፡ ትነቅፍ፡ ብኸመይ ተሐልፍ ብኸመይ
ሕልፎት፡ “ረሲንካ ነታ ጓይላ ጓህሪ ምእንቲ ኩሉ ንጥፈታቱ ዕውት ኮይኑ ንኽወጽእ
ብኢዱ ናብ’ቲ ኣብ ስራሕ ኣምስዩ ዋጣኡ ንኹሉ ተጽግብ ብጠቕላላ፡ ተትርፍ፡ ንመን ተርሕቕ ንመን ትሓቁፍ.
ክትገብራስ፡ ብጃኻ ኣረቂ ስተ፡” ኢሎምዎ። ኣነቓቒሖም። ጥቕሚ ትምህርቲ ዘይተረደኦ
ተሓንጊጡ ብጥቓኦም ዝሓልፍ ዝነበረ ዓዲ ኩስቶ ድማ እዛ ንፈልጣ፡ . . ከተመዛዝነሉ እትኽእል መልእኽትታት
ፈለማ፡ “ኖኖ! መስተ ድማ ደሓን እየ” ጥቕሚ ትምህርቲ ንኽርዳእ፡ ጽብብ ዝበለ
በዓል ዋጣ እናኣመልከተ። ንግዳም ትተርፍ ኣጽጊባ ንውሽጣ” የመሓላልፍ።
ኢሉ - ኣብ’ታ “ኣይሰትን እየ” እትብል ኣተሓሳስባ ዘለዎ ኣተሓሳስብኡ ንኸስፍሕ፡
“ምስ’ዚ በዓል ዋጣዶ፡ በዚ በዓል ዋጣ?” እናበለ ተር ኢሉ ክደርፍ ይጸንሕ እሞ፡ ብዝኾነ፡ እዚ ከም’ዚ ዝኣመሰለ ወግዒ
ዘረባ ነኺሱ ነይሩ። ከምኡ’ውን ሰብ ኣብ ንሓድሕዱ ፍቕሪ፡
“በዚ በዓል ዋጣ እምበር?” ብዙሕ ከይከደ መሊሱ ናብተን ኣስማተን ጭራ-ዋጣ፡፡ ሎሚ-ሎሚ ዳርጋ እናተረፈ እዩ
“ንስኻ መስተ ደሓን ክትከውን ትኽእል ምትሕልላይ፡ ኣስሓኮ፡ ስጋይ ስጋኻ
“ንሱ ደኣ ከመይ ገይሩ ክወስደና ከማና ምስ’ቲ ዝጀመሮ ፊደል ላ’ን ፊደል ጣ’ን ዝኸይድ ዘሎ። ምናልባት እንተዝዕቀብን
እንዲኻ፡ ከም’ዚ ንብለካ ዘለና ነታ ጓይላ ንክህልዎ ኣብ ምግባር ውጽኢታዊ ጐስጓስ
ኣጋር እንድዩ?” ዝሰማማዕ ስም ዘለወን ዓድታት ይነጥር። እንተዝቕጽልን ግን፡ እቲ ብመንገዲ እዚ
ጓህሪ ምእንቲ ክትገብራ ግን፡ ናይ ግድን ጐስጒሶም።
“ደድሕሬና ስዒቡ ብዋጣኡ እናኣዘናግዐ ሽዑ ሓደ፡ “ስም ዓድና ተነጢሩ፡” በሃሊ ሰብ ወግዒ’ዚ ክመሓላለፍ ዝኽእል ብዙሕ
ኣረቂ ክትሰቲ ኣለካ፡” እናበሉ ደጋጊሞም ሰብ ዋጣ ዝተፈላለየ ዛዕባ ህይወት፡ ዘገርም
ክሳብ ገዛና የብጽሓና።” ብድድ ኢሉ፡ ቁም-ነገር እውን ካብ ወለዶ ናብ ወለዶ
ምስ ለመንዎ ፈትዩ ዘይኮነስ ባህ ንኽብሎም፡ ስሕበት ብዘለዎ ኣጸዋውታ ገይሮም ክጻወቱ
እቲ ሓደ፡ ‘እዋእ! ኢሉ ተማቲኡ “ኣታ ወዲ! ብበዓል ዓዲ ኩስቶ ጀሚርካ ምተሰጋገረ።
ሓዳስ ኤርትራ መበል 33 ዓመት ቁ.145 16 ለካቲት 2024 - ገጽ 6

ምልክታ ናጽነት ደስበለ - ሓበን ገብረኣምላኽ - ሳምራዊት መለስ

ሸሪዓ ዞባ ማእከል ዝቃወም እንተሎ፡ ን29/2/24 ኣብ ቤ/ፍ ቤ/ፍ ቅረብ።


ይቕረብ። ወ/ሮ ኣስመረት ተስፋጋብር ኢዮብ፡ ምስጋና
ከሳሲት ፋጥማ ኑረዲን ዑስማን፡ ተኸሳሲ ዘርኣብሩኽ እምባየ ወልደሚካኤል ምባል ተጸዋዒ በዓል ቤተይ ኣቶ ብርሃነ
ሙኒር ዓብደልዋስዕ ስሌማን ናይ ብዕረፍቲ ክብርቲ ኣዴና ወ/ሮ ኪዳን
ተሪፉ፡ ዘርኦም እምባየ ወልደሚካኤል ተኽልዝጊ ተኽለ፡ ካብ 2014 ክሳብ ሕጂ
ሓዳር ክሲ ቀሪቡላክ ስለዘሎ፡ ብኣካል ኣብርሃ ሃይሉ ዝተሰመዓና መሪር ሓዘን
ተባሂሉ ይተኣረመለይ ስለዝበለ፣ ዝቃወም ደሃይ ስለዘይብሉ ብጋዜጣ ሓዳስ ኤርትራ
ወይ ብሕጋዊ ወኪል ን7/3/24 ኣብ እንተሎ፡ ን21/3/24 ኣብ ቤ/ፍ ይቕረብ። ይጸዋዓለይ፡ እንተዘይቀሪቡ ብጥፉእ
እናገለጽና፣ ኣብ ግዜ ሕማማ ዝበጻሕኩማ፡
ቤ/ፍ ቅረብ። እንተዘይቀሪብካ፡ ጉዳይካ ክውሰነለይ ስለዝበለት፣ ዝቃወም እንተሎ፡ ድሕሪ ዕረፍታ ክሳብ ዓዲ ገረድ ን/
ኣብዘየለኻሉ ክረአ ምዃኑ ነፍልጥ። ቤት-ፍርዲ ዞባ ደቡብ ዓዲ ን20/3/24 ኣብ ቤ/ፍ ይቕረብ። ዞባ ድባርዋ ብምኻድ ዘቃበርኩምናን፡
ዃላ ብኣካልን ካብ ውሽጥን ካብ ደገን ቴሌፎን
ኮማዊ ቤት-ፍርዲ ጻዕዳ ቤት-ፍርዲ ተሰነይ ብምድዋልን ዘጸናናዕኩምናን ስድራቤትን
ክርስትያን ወ/ሮ ርግኣት ዘሙይ ገብረሂወት፡ በዓል ፈተውትን ሕሰም ኣይትርከቡ እናበልና
ቤተይ ኣቶ ኣስመሮም ተስፋሚካኤል ኣቶ ፍጹም ኣካለኣብ ገ/ምካኤልን ወ/ሮ
ወ/ሮ ለተኺዳን ግርማጼን ጊላማርያም፡ ሓዘንና ከምዝዓጸና ንገልጽ።
ከበደ ስለዝዓረፈ፡ ኣነ ምስ 4 ደቀይ ዑቕቢት ክፍላይ ወ/ምካኤልን፡ ወድና
በዓል ቤተይ ተኪኤ ኪዳነ ንጉሰ ወረስቲ ምዃንና ይረጋገጸልና ስለዝበለት፣ ሓድሽ ፍጹም ኣካለኣብ ስለዝዓረፈ፡ ደቃ ምስ ምሉኣት ስድራቤት
ስለዝዓረፈ፡ ንዓይ ናይ መጻምዲ መሰለይ ዝቃወም እንተሎ፡ ን15/3/24 ኣብ ቤ/ፍ ውላድ ሓዳር ስለዘይብሉ ንሕና ወለዱ
ይተሓለወለይ፡ 9 ደቅና ድማ ወረስቲ 1ይ መጋባእያ ይቕረብ። ወረስቲ ምዃንና ይረጋገጸልና ስለዝበሉ፣
ምዃኖም ይረጋገጸሎም ስለዝበለት፣ ዝቃወም እንተሎ፡ ን13/3/24 ኣብ ቤ/ፍ
ዝቃወም እንተሎ፡ ን9/3/24 ኣብ ቤ/ፍ ቤት-ፍርዲ ዞባ ደቡብ ይቕረብ።
ምስጋና
ይቕረብ። ደቀምሓረ ብዕረፍቲ ኣዝየ ዘፍቅሮ ክቡር በዓል ቤተይ
ከሳሲት ወ/ሮ ክብርቲ ገ/ስላሴ በኺት፡
ወ/ሮ ሩታ ስምኦን መብራህቱ፡ ኣቦይ ወ/ሮ ምሕረት ጸጋይ በርሀ፡ በዓል ቤተይ ተጸዋዒ ኣቶ ጋርዛ ማንታይ ወይ ሕጋዊ ኣቶ ተዓገስ ገብረትንሳኤ በይን ዝተሰመዓና
ስምኦን መብራህቱ ተስፋሚካኤል ኣቶ ብርሃነ ኣስመላሽ ምስግና ደሃይ ካብ ወኪል እየ ዝብል እንተሎ፡ ናይ ሲቪል ክሲ መሪር ሓዘን እናገለጽና፣ ኣብ ግዜ
ስለዝተሰወአ፡ ኣነ ሓንቲ ጓሉ ጥራይ ዘይገብር 13 ዓመቱ ስለዝበለት፣ ዝቃወም ቀሪቡልካ ስለዘሎ፡ ብኣካል ወይ ብሕጋዊ ሕማሙ ዝተመላለስኩምን ድሕሪ ዕረፍቱ
ወራሲት ምዃነይ ይረጋገጸለይ ስለዝበለት፣ እንተሎ፡ ብኣካል ወይ ብሕጋዊ ወኪል፡ ወኪል ን6/3/24 ኣብ ቤ/ፍ ቅረብ። ንበለዛ ብምኻድ ዘቃበርኩምናን፡ ገዛና
ዝቃወም እንተሎ፡ ን9/3/24 ኣብ ቤ/ፍ ን12/3/24 ኣብ ቤ/ፍ ይቕረብ። እንተዘይቀሪብካ፡ ጉዳይካ ኣብዘየለኻሉ ዝተመላለስኩምን ካብ ውሽጥን ወጻእን
ይቕረብ። ክርአ ምዃኑ ነፍልጥ። ብቴሌፎን ዘጸናናዕኩምናን የቐንየልና
ቤት-ፍርዲ ዞባ ደቡብ ሕሰም ኣይትርከቡ እናበልና ምስጋናና
ቤት-ፍርዲ ዞባ ደቡብ ሰገነይቲ ኣቶ ፍቕሩ ዑቕባዝጊ ብርሃነ፡ ብዓልቲ ነቕርብ።
መንደፈራ ቤተይ ሮዚና ህብትዝጊ ወልዱ
ከሳሲት ወ/ሮ ቅዱሳን ስምኦን ሃይለስላሴ፡ ስለዝዓረፈት፡ ንዓይ ናይ መጻምዲ በዓልቲ ቤቱ ወ/ሮ ጽገሃና ፍቓዱ
ወሃብ መሓመድብርሃን እስማዒል ምባል ተኸሳሲ ኣቶ ያቆብ ዑቕባዝጊ ክፍሎም፡ መሰለይ ይተሓለወለይ፡ 8 ደቅና ከኣ ምስ ደቁን
ተሪፉ፡ ዓብደልወሃብ መሓመድብርሃን ናይ ሓዳር ክሲ ቀሪቡልካ ስለዘሎ፡ ብኣካል ወረስቲ ምዃኖም ይረጋገጸሎም ስለዝበለ፣ ምሉኣት ስድራቤትን።
እስማዒል ተባሂሉ ይተኣረመለይ ስለዝበለ፣ ወይ ብሕጋዊ ወኪል ን12/3/24 ኣብ ዝቃወም እንተሎ፡ ን7/3/24 ኣብ ቤ/ፍ
ይቕረብ።

ኣመልካቲት ብስራት ኣብርሃም ሃብተማሪያም ዝተበሃልኩ፡ ሕጋዊ ወኪል ናይ


ገብሬኤላ ገብረእዝጋኣብሄር ዝኾንኩ፡ ብስማ ዝተመዝገበ ገዛ ኣብ ኣስመራ
ምምሕዳር ንኡስ ዞባ ሰምበል ዝርከብ ኣብ ስፍሓት መሬት 318.66 ት/ሜ
ዝተደኮነ፡ ፕሎት 204 ፓርሰል ኤፍ ቀንዲ ክፍሊ 7 ምስ 5 ተሓጋጋዚ
ASP00020190 Asd 00037425 ዝኾነ ገዛ ብቑጽሪ ምዝገባ ንብረት 1፡
0115518 ብስማ ዝተመዝገበ ቪላ ገዛ ክሸጦ ስለዝደለኹ፣ ዝቃወም እንተሎ፡
ምልክታ ጨረታ ካብ ዝምልከቶ ቤት ፍርዲ መአገዲ ሒዙ ወይ ናይ መወዳእታ ውሳነ ሒዙ ኣብ
ውሽጢ 30 መዓልቲ ኣብ ቤት/ጽ ነታዮ ዞባ ማእከል ይቕረብ።
ሬድሲ ቦትለርስ ሼር ካምፓኒ ነዚ ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ንፕላስቲክ ፋብሪካታት ወኪል ብስራት ኣብርሃም
ጥራይ ብጨረታ ክሽይጥ ስለዝደለየ ግዱሳት ተጫረትቲ ይዕድም።

ተ.ቁ. ዓይነት ንብረት መለክዒ ብዝሒ ንሕና ኣመልከትቲ ምልእተ እምሃጼየን ተወልደ ከምኡ’ውን ሙሉጌታ በየነ በሪህ
ዝተበሃልና፡ ኣብ ከተማ ኣስመራ ደቡባዊ ምብራቕ ገዛ ባንዳ ፓርሰል A/2 ፕሎት
ዘገልገለ ናይ ኮካ- ካሴታ 10.000 1R ASD00009729 ASP00008256 ብቁጽሪ ምዝገባ ንብረት 1፡003046/2
ኮላ ካሴታ ኣብ ቤት ጽሕፈት ካዳስተር ብስም ተኽለ ብርሃነ ወልደሂወት ዝተመዝገበ መንበሪ
ገዛ ስለዝዓደግናዮ’ሞ ናብ ስምና ከነመሓላልፎ ስለዝደለና፣ ዝቃወም እንተሎ፡
‘1. ጨረታ ጋዜጣ ካብ ዝወጸሉ ዕለት ን10 ናይ ስራሕ መዓልታት ዝጸንሕ ኮይኑ፡ ንጽባሒቱ ምልክታ ኣብ ጋዜጣ ሓዳስ ኤርትራ ካብ ዝወጸሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ ሓደ
ተጫረትቲ ወይ ድማ ሕጋውያን ወከልቶም ኣብ ዘለዉሉ ሰዓት 10:00 ቅድሚ ቀትሪ ወርሒ፡ ሕጊ ብዝእዝዞ መሰረት ካብ ዝምልከቶ ቤት ፍርዲ ናይ መአገዲ ትእዛዝ
ወይ ናይ መወዳእታ ውሳነ ሒዙ ናብ ቤ/ጽሕፈት ፓብሊክ ኖታሪን ካዳስተርን
ይኽፈት። ይቕረብ። ተቓውሞ እንተዘይቀሪቡ ግና፥ ኦርጂናል ሰነዳተይ ኣቕሪበ ጉዳየይ
1. ንመኽፈቲ ጨረታ ዝምለስ 10,000.00 ( ዓሰርተ ሽሕ ) ናቕፋ ትሕጃ ብCPO ከፈጽም ምዃነይ እሕብር።
ጥራሕ ይኸውን። ምልእተ እምሃጼን
2. ንብረት ክርእዩ ዝደልዩ ናብ ትካል ብምምጻእ ብመንገዲ ክፍሊ ዕድግን ንብረትን
ክረአ ይከኣል።
ኣመልካቲት መሪየም መሓመድብርሃን መሓመድንጉስ ዝተበሃልኩ፡ ብስመይ
3. ንብረት ዝለዓለሉ ግዜ ካብቲ ጨረታ ዝተዓወተላ ዕለት ድሕሪ 6 መዓልቲ ይኸውን። ዝተመዝገበ ገዛ ኣብ ንኡስ ዞባ ኣኽርያ ዝርከብ፡ ቁጽሪ ምዝገባ ንብረት 1፡
4. ተጫረትቲ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎም ኮይኖም ናይ 2023 ዓ.ም. ግብሪ ዝኸፈሉ 002470 ብስመይ ዝተመዝገበ፡ ፕሎት 19 ፓርሰል 1Zg ASd 00030291
ምዃኖም ዝተረጋገጸ፡ ASp 00035344 ስፍሓት መሬት 136 ት/ሜ ብዝሒ ክፍሊ 2 ምስ 3
5. ፋብሪካና ዝሓሸ ኣማራጺ እንተረኺቡ ብምሉእ ኮነ ብኸፊል ጨረታ ናይ ምስራዝ ሓገዝቲ ክፍሊ ኮይኑ፡ ናብ ኤፍሬም ወልዱ ኣልኣዛር ዝሽጥኩዎ ገዛ ከመሓላልፎ
ስለዝደለኹ፣ ዝቃወም እንተሎ፡ ካብ ዝምልከቶ ቤት ፍርዲ መአገዲ ሒዙ ወይ
መሰሉ ዝተሓለወ እዩ። ናይ መወዳእታ ይግባይ ዝተበሃለሉ ሒዙ ኣብ ውሽጢ 30 መዓልቲ ኣብ ቤት
ጽሕፈት ኖታዮ ካታስኮ ዞባ ማእከል ይቕረብ።
ሬድ ሲ ቦትለርስ ሼር ካምፓኒ ( ኮካ-ኮላ ) መርየም መሓመድብርሃን
ሓዳስ ኤርትራ መበል 33 ዓመት ቁ.145 16 ለካቲት 2024 - ገጽ 7

ስፖርት
ሙሴ ገ/እግዚኣብሄር
ኣብ ትሕቲ ጽላል ሃገራዊ ማሕበር

ውድድር ኵዕሶ እግሪ ትካላት መንግስቲ ተዛዚሙ


ወለንታውያን ለገስቲ ደም ኤርትራ ክካየድ ሸቶ ንምቝጻር ላዕልን ታሕትን ክትብል
ዝወርሐ ውድድር ኵዕሶ እግሪ ትካላት እንከላ፡ ባንክ ግና፡ ዝያዳ ኣብ ምክልኻል
መንግስቲ፡ ትማሊ ብዓወት ኮርፖረሽን ዘድሃበት ነይራ። ሓሓሊፋ ግና፡ ዕድላት
ጥሪትን ዘራእትን ተዛዚሙ።
ኣብቲ ዕለት፡ ክልተ ግጥማት እዩ
ኮርፖረሽን ጥሪትን ዘራእትን ዕውትቲ ኮይና ትፈጥር ነይራ - ኣይተጠቐመትሉን ግና።
ቀዳማይ እብረ ከኣ፡ ብዘይሸቶ ተዛዚሙ።
ተኻዪዱ። ፈለማ 18 ነጥቢ ዘዋህለለት ሓንቲ ዕድል ዝነበራ ጥሪትን ዘራእትን፡
ኩባንያ ህንጻ ሳዋ ኣንጻር 17 ነጥቢ ዝነበራ ብኽልተ ክንፊ ሓደገኛ ፈተነ ክትገብር
ኩባንያ ሓራት ተጻዊታ። እዘን ጋንታታት፡ ተራእያ - ካብ ምጅማር ካልኣይ እብረ።
ብተኸታታሊ ሳልሰይቲን ራብዐይቲን ኣብ መበል 66 ደቒቕ ከኣ፡ ንጉድለት
ኮይነን እየን ናብዛ ጸወታ ኣትየን። እዚ ሓላዊ ልዳት ባንክ ተጠቒማ፡ ናብ ቀዳማይ
ማለት፡ ሓራት፡ ሳልሰይቲ ኮይና ክትውድእ ደረጃ እተሕኵራ ሸቶ ኣቑጺራ። ነዛ ሸቶ
እንተኾይና፡ እንኮ ዕድል - ዓወት ጥራይ ሮቤል ዘሚካኤል እዩ ኣመዝጊቡዋ። በዛ ሸቶ
ዘዋጽኣ ነይሩ፣ ብመንጽሩ ሳዋ፡ ማዕረ’ውን ዝያዳ ፍናን ዝረኸበት ጥሪትን ዘራእትን፡
የዋጽኣ ነይሩ። ካልአይቲ ሸቶ ንምቝጻር 12 ደቒቕ
ኣብ ቀዳማይ እብረ፡ ሓራት፡ ኣብ ጥራይ እያ ሓቲታ። ኣባላ ሮቤል ክብሮም
ማእከል ሜዳ ዝሓሸ ምንቅስቓስ ከተርኢ ከኣ፡ ወናኒኣ ነይሩ። እዚ ተጻዋታይ፡ ኣብ
እንከላ፡ ሳዋ ከኣ ንዝረኸበተን ዕድላት መበል 90 ደቒቕ’ውን ንዕኡ ካልአይቲ
ቅልጣፈ ሓዊሳ ናብ ልዳት ከተብጽሐን ንጋንታኡ ሳልሰይቲ ሸቶ ኣቑጺሩ። ጸወታ
ትፍትን ነይራ። ከም ውጽኢት፡ ኣብ ድማ፡ ብገፊሕ 3ብ0 ተዛዚሙ።
ድሕሪ ዕረፍቲ፡ ቀዲማ ሸቶ ኣመዝጊቡላ። ይዅን’ምበር፡ ምዱብ ግዜ 24ን 22ን ነጥቢ ዝነበረን ንግዳዊ ባንክ
መበል 13 ደቒቕ ተጻዋታይ ሳዋ ሮቤል በዚ ውጽኢት፡ ዓወት ጥራይ ዘዋጽኣ
ዘመዝገበት’ውን ሳዋ ነይራ። እዛ መልሰ ብምእካሉ፡ ሳዋ 2ብ1 ብምዕዋት፡ ናብዛ ኤርትራን ኮርፖረሽን ዘራእትን ጥሪትን
ሃይለማርያም ንጋንታኡ መሪሕነት ዝነበረ ጥሪትን ዘራእትን፡ ዕውትቲ
መጥቃዕቲ ትጥቀም ዝነበረት ጋንታ፡ ጸወታ ሒዛቶ ዝኣተወት ደረጃ ኣውሒሳ እዩ ተኻዪዱ። ብተመሳሳሊ ኣብዚ
ዘትሓዘት ሸቶ ኣመዝጊቡ። እዛ ጋንታ፡ ውድድር ኵዕሶ እግሪ ትካላት መንግስቲ
ኣብ መበል 63 ደቒቕ ካብ ዮናስ ረዘነ - ሳልሰይቲ ኮይና ወዲኣ። እዚ ከምዚ ኢሉ ግጥም፡ ባንክ፡ በቲ ዘዋህለለቶ ነጥቢ ማዕረ
ወላ’ኳ ኣይትጠቐመለን ኣስጋእቲ ፈተነታት ብምዃን ዋንጫ ኣልዒላ። ንግዳዊ ባንክን
እያ መሪሕነታ ዘግፈሐት ሸቶ ኣቑጺራ። እንከሎ፡ ኣብዛ ጸወታ ኣብ መንጎ ተጻወትቲ እንተወጺኣ’ውን ዕውትቲ ክትክውን
ካብ ምክያድ’ውን ኣየዕረፈትን። ሓራት ኩባንያ ሳዋን ከኣ፡ ብተኸታታሊ ካልአይቲን
ብወገና፡ ኪንዮ ጸወታ ምቁጽጻር ሓሓሊፋ ውጽኢት ካብ ቁጽጽራ ወጻኢ ዝኾነ ዝተፈጥረ ዘይተደልየ ባእሲ፡ ነዚ ናይ ዘኽእላ ነይሩ። ብመንጽሩ፡ ጥሪትን ሳልሰይቲን ብምዃን ዝተዳለወለን ሽልማት
ልዳት ትዅሕኵሕ ነይራ። ቀዳመይቲ ሓራት፡ ክሳብ ኣጋ መወዳእታ ንምጽባቡ ፍቕሪን ሕውነትን ውድድር፡ መልክዑ ዘራእትን፡ ምስ እትዕወት ጥራይ ጸብለል ተቐቢለን። እዚ ውድድር፡ 10 ጋንታታት
እብረ ድማ፡ ብናይ 1ብ0 መሪሕነት ሳዋ ሰሪሓ እያ። ኣብ መበል 90 ደቒቕ ዝቕይር ነይሩ። ክትብል ትኽእል ነይራ። (ካብ ኩባንያታትን ካብ ሚኒስትሪታትን)
ንዕረፍቲ ኣምሪሓ። ከኣ፡ ሄኖክ ዛይድ ትንፋስ እትህብ ሸቶ ስዒቡ ግጥም ናይ’ተን ብተኸታታሊ በዚ ከይኮነ ኣይተርፍን፡ ጥሪትን ዘራእትን ሒዙ ብ24 ሕዳር 2023 እዩ ፈሊሙ።

ፓላስ፡ ንሆዲሶን ከተባርሮ ወሲና ማን ዩናይትድ፡ እታ ዝኸበሩ . . .


ክለብ ዳግማይ ክዕልማ መዝነት ምቕባሉ
ይዝከር። ኣብ ናይ መወዳእታ 10 ግጥማት
እንግሊዛዊት ክለብ ክሪስታል ፓላስ፡ ኣብ ወጻኢ ከይኮና እንከሎ፡ ነዚ ገዲም ኣሰልጣኒ ከኣ፡ ኣብ ሓሙሽተ ተዓዊቱ ኣብ ሰለስተ
ዝመጽእ መዓልታት ንኣሰልጣኒኣ ሮይ ኣባሪራ ሓዲሽ ዓላሚ ክትቆጽር ተዳልያ ማዕረ ብምፍልላይ፡ ኣብዚ ሊግ ክትጸንሕ ኣብ ታሪኽ ኵዕሶ እግሪ ኤውሮጳ፡ እታ ሚልዮን ፓውንድ፡ ማጓዌር - 80 ሚልዮን
ሆዲሶን ከተባርሮ ትዳሎ ምህላዋ፡ ምንጪታት ኣላ። ኣውስትራልያዊ ናይ ቅድም ኣሰልጣኒ ኣኽኢሉዋ። ንሓንቲ ዓመት ክዕልማ ከኣ ዝኸበሩ ተጻወትቲ ዝገዝአት ጋንታ ናይ ፓውንድ፡ ሳንቾ - 73 ሚልዮን ፓውንድ፡
ሓቢሮም። ኢንትራክ ፍራንክፈርት ኦሊቨር ግላስነር ተሰማሚዑ። ውዕሉ ከይዛዘመ ክባረር ኣብ ዓመተ-ስፖርት 2022-23፡ ማን ዩናይትድ ካሲሜሮ - 70 ሚልዮን ፓውንድ
ድማ፡ መንበር ምስልጣን እዛ ኣፈፌት ምህላዉ ግና ይሕበር ኣሎ - እዚ ምዃና፡ ማሕበር ኵዕሶ እግሪ ኤውሮጳ - ተጠቀስቲ እዮም። እዚ ማለት፡ ናይቶም
ጋንታ ክሕዝ ተኽእሎ ከምዘሎ ኣብ ታሪኽ ፕሪመር ሊግ እንግሊዝ ዝዓበየ ዩኤፋ ገሊጹ። ሎሚ ዓመት ዝተሰጋገሩ፡ ሆይሉንድ - 72
ይግለጽ። ኣሰልጣኒ ዝኾነ ወዲ 76 ዓመትን 187 ናይ’ዚ ማሕበር ፋይናንስያዊ ጸብጻብ ሚልዮን ፓውንድ፡ ማውንት - 55 ሚልዮን
ሆዲሶን፡ ከም ኣሰልጣኒ መዓልታት ሮይ ሆዲሶን።
ፓላስ ኮይኑ ዝሓለፈ ሰኑይ

ቅንጥብጣብ
ብቸልሲ 3ብ1 ክሰዓር እንከሎ
መበል 200 ጸወታኡ ኣካይዱ።
እዚ ዓላሚ፡ ንማዕከናት ዜና ኣብ
ዝሃቦ መግለጺ፡ ዝመጽእ ሰኑይ * ናይ ክንፊ ኣጥቃዓይ ኣርሰናል ማርኪኖስ፡
ምስ ኤቨርተን ኣብ ዘካይድዎ ሓዲሽ ተጻዋታይ ፍሉሚነንስ ንምዃን ውዕል
ግጥም ነታ ጋንታ ክመርሓ እንተኾይኑ - ፈሪሙ። ንፍርቂ ዓመተ ስፖርት 2023-24
ሕማቕ ውጽኢት እተመዝግብ ዘላ
ርግጸኛ ከምዘይኮነ ብምሕባሩ ከኣ፡ ምእላዩ ናይ ኣብ ፈረንሳዊት ክለብ ናንተስ ብልቓሕ
ፓላስ፡ ካብ 24 ግጥማት 24 ነጥቢ ብምእካብ
ግዜ ሕቶ ምዃኑ ይሕበር። ዝተጻወተ ማርኪኖስ፡ ኣብ ወርሒ ጥሪ ደጊሙ
መበል 15 ደረጃ ተሰሪዓ ትርከብ። ካብቲ ናይ
እዚ ወዲ 76 ዓመት ኣሰልጣኒ፡ ዝሓለፈ ናብ ኣርሰናል ተመሊሱ።
ምውራድ ሓደጋ ዝበሃል ዞባ፡ ብሓሙሽተ
እዚ ብራዚላዊ መንእሰይ፡ ደጊሙ ብልቓሕ
ነጥቢ ጥራይ እያ ክብ ኢላ ትርከብ። በዚ ከኣ፡ ዓመት - 21 መጋቢት፡ ነዛ ናይ ምውራድ
ናብቲ ካብ ሚያዝያ ክሳብ ታሕሳስ 2024 ከምዝሕብሮ፡ ዩናይትድ፡ ኣብታ ወቕቲ
እዛ ጋንታ፡ እዚ ውድድር ጌና ካብ ቁጽጽራ ሓደጋ ምስ ኣንጸላለዋ ንፓትሪክ ቬራ ዘባረረት ፓውንድ፡ ኦናና - 47 ሚልዮን ፓውንድ
ዝካየድ ሊግ ሃገሩ ንምጽዋት እዩ ናብታ ክለብ ንዝወከሉዋ (ምድንጋር ከይፍጠር - ኣብታ
ተጸምቢሩ ዘሎ። መስርሕ ምስግጋር ብራዚል፡ ኣብ’ዚ ኣይድመርን እዩ።
ሞሪኖ፡ ንወነንቲ ክለብ ሮማ ተሳሂልዎም
ወቕቲ ዝገዘኣቶም ጥራይ ኣይኮነን)
ክሳብ ወርሒ መጋቢት ክፉት እዩ። ተጻወትቲ ኣብ ዝተፈላለየ ናይ ምስግጋር ኣብዚ ዝርዝር፡ ካልአይቲ ተሰሪዓ ዘላ
* ኣሰልጣኒ ሃገራዊት ጋንታ ደቡብ ኮሪያ ወቕቲ ልዕሊ 1.21 ቢልዮን ፓውንድ (1.42 ዝሓለፈ ዓመት ኣብ እንግሊዝ፡ ኤውሮጳን
ናይ ቅድም ዓላሚ ክለብ ሮማ ሆዝየ ሞሪኖ፡ ካብዛ ክለብ ምስጓጉ ‘ዘይትጽቢታውን
ዘይፍትሓውን’ ምንባሩ ብምግላጽ፡ ንወነንቲ እዛ ጋንታ ‘ብዛዕባ ኵዕሶ እግሪ ንእሽተይ ነገር የርገን ክሊንስማን፡ ካብ ስልጣኑ ናይ ምብራር ቢልዮን ዩሮ) ኣውጺኣ ዘፈረመቶም እዮም ዓለምን ዓብላሊት ክለብ ዝነበረት ማን ሲቲ
ጥራይ ዝፈልጡ’ ክብል ተሳሂልዎም። ተኽእሎ ከምዘሎ ተኣሚቱ። እዛ ኮሪያዊት ነይሮም። በዚ ከኣ፡ ነቲ ሪያል ማድሪድ ኣብ እያ። ናይቲ ወቕቲ ዋጋ ተጻወትቲ ሲቲ 1.1
እዚ ህቡብ ዓላሚ፡ ብ16 ጥሪ ምብራሩ ይዝከር - ድሕሪ’ቲ ብኤሲ ሚላን 3ብ1 ሃገር፡ ኣብ ዋንጫ ኤሽያ እዛ ዓመት ካብ ፍርቂ ዓመተ 2020 ሒዛቶ ዝነበረት ናይ 1.13 ቢልዮን ፓውንድ እዩ ነይሩ። ቸልሲን ሪያል
ምስዓሩ። እዛ ኣብቲ እዋን ሻውዓይ ደረጃ ሒዛ ዝነበረት ክለብ ከኣ፡ ንቦታኡ ብናይ ፍጻመ ድሕሪ ምብራራ እያ፡ ነዚ ጀርመናዊ ቢልዮን ፓውንድ (1.33 ቢልዮን ዩሮ) ማድሪድን እውን፡ ኣብ ዝተፈላለየ ምስግጋር
ቅድም ተጻዋታያ ዳኒኤል ዲ ሮሲ ምትካኣ ይዝከር። ወላ’ኳ እዛ ጋንታ ኣብዛ ወቕቲ ዓላሚ መዝነቱ ክትምንጥሎ ከምእትኽእል እዋን ብድምር ልዕሊ ሓደ ቢልዮን ፓውንድ
ኣታውን ወጻኢን ብቕዓት ተርኢ እንተነበረት፡ ሞሪኖ ብምብራሩ ግና፡ ንመብዛእትኦም
ሓሊፋ ክብረ-ወሰን ሒዛ።
ዝግለጽ ዘሎ። ኣብቲ ወቕቲ፡ ገለ ካብቶም ዝኸበሩ ዘውጸኣሎም ተጻወትቲ ሒዘን ነይረን - ኣብ
ደገፍቲ ከምዘቖጥዖም ናይ ቀረባ ምንጪታት የረድኡ።
* በሊንግሃም፡ በቲ ኣብ ልዕሊ ማሶን ተጻወትቲ እዛ ጋንታ ዝነበሩ፡ ኣንቶኒ - 82 ዓመተ ስፖርት 2022-23።
ሞሪኖ፡ ትማሊ ምስ ፉትቦል ዝተባህለ መርበር ሓበሬታ ኣብ ዝነበሮ ጻንሒት፡ ንወነንቲ
እዛ ጋንታ ክነቅፍ ተሰሚዑ። “ውድድራት ኤውሮጳ ኣብ ምጅማሩ እዩ፣ ብፍላይ ከኣ ግሪንዉድ ተጠቒሙሉ ዝበሃል ዘሎ ቃል
ሻምፕዮንስ ሊግ። ኣብቲ ናይ መወዳእታ መድረኽ እዚ ውድድር ኣይክህሉን እየ። ገበነኛ ኮይኑ እንተተረኺቡ፡ ከቢድ መቕጻዕቲ
ክገጥሞ ይኽእል እዩ - ብመሰረት ጸብጻባት።
ባረላን ኢንተርን ተሰማሚዖም
ብኣጋኡ ስለዝተገለፍኩ ግና ኣይኮንኩን። በቶም ንእሽተይ ብዛዕባ ኵዕሶ እግሪ ዝፈልጡ
ወገናት ተኣልየ ስለዝጸናሕኩ እዩ። ንሱ እዩ እቲ ሂወት፡ ላዕሊን ታሕቲን ዝመልኦ እዩ። በሊንግሃም፡ ኣብቲ ጋንታኡ ሪያል ማድሪድ ኒኮሎ ባረላ፡ ሓዲሽ ውዕል ክፍርም ምስ ክለቡ ኢንተር ሚላን ከምዝተሰማምዐ፡ ጋዜጣ
ሽሕ’ኳ፡ ዘይፍትሓውን ዘይትጽቢታውን ምስጓግ እንተነበረ፡ ኣነ ግና እዓቢ ኣለኹ። ምስ ንገታፈ 2ብ0 ዝሰዓረትሉ ናይዛ ወርሒ ደሎ ስፖርት ትማሊ ኣብ ዓምዳ ኣስፊራ።
ልዑል ኒሕን ርእሰ ተኣማንነትን ከኣ ክምለስ እየ - ንኤውሮጳዊ ጸወታታት።” ክብል እዩ፡ ጸወታ፡ ነቲ ወዲ ሃገሩ ተጻዋታይ ገታፈ ክሳብ ሰነ 2026 ዘጽንሖ ውዕል ዘለዎ ባረላ፡ ክሳብ ሰነ 2029 ዘጽንሖ ሓዲሽ ናይ ሰለስተ
ሕርቃኑ ደርጒሑ። “ዓመጸኛ” ኢሉ ከም ዝጸረፎ እዩ ዝግለጽ። ዓመታት ውዕል ክፍርም እዩ ተሰማሚዑ ዘሎ። ዓመታዊ ዝኽፈሎ ዘሎ ሽዱሽተ ሚልዮን
እዚ ፖርቱጋላዊ፡ ኣብ 2021-22 ነቲ ንፈለማ ግዜ ዝጀመረ ኤውሮፕያን ኮንፈረንስ ዩሮ ከኣ፡ ናብ ሸውዓተ ሚልዮን ዩሮ ክብ ክብል እዩ።
ገታፈ እውን፡ ናብ ላ’ሊጋ ክሲ ኣእትያ
ሊግ ብምዕዋት፡ ነቲ ንልዕሊ ሽዱሽተ ዕቑድ ኤውሮጳዊ ጽዋእ ዝተሓረሞ ከብሒ እዛ ክለብ
ትርከብ። ግሪንዉድ፡ ኣብ ማን ዩናይትድ ኣብዛ ወቕቲ’ውን ሓደ ካብ ወሰንቲ ተጻወትቲ ኢንተር ኮይኑ ዝቕጽል ዘሎ እዚ ወዲ
ደቢስዎ እዩ። ድሕሪ ዓመት’ውን ኣብ ፍጻመ ጸወታ ኤውሮፕያን ሊግ በጺሑ ነይሩ
እዩ፡ ብሰቪያ ብፍጹም ቅላዕ ብምስዓሩ ግና፡ ካልአይቲ ዋንጫ ካብ ምልዓል ተገቲኡ። እንከሎ፡ ብዓመጽ ተኸሲሱ ነይሩ እዩ። ግዳ 27 ዓመት፡ ዛጊት ኣብ 31 ዝተፈላለዩ ግጥማት ተሰሊፉ ኣሎ። ክልተ ሸቶታትን ሓሙሽተ
ብሓፈሻ፡ ኣብ 138 ግጥማት ክመርሓ እንከሎ፡ ኣብ 68 ግጥማት ተዓዊቱ። ኣቐዲሙ ካብ ካብቲ ክሲ ናጻ ከምዝተበሃለ፡ ምስታ ዝኸሰሰቶ ናይ ሸቶ ዕድላትን’ውን ኣበርኪቱ። ኣሰልጣኒ ማን ሲቲ ፐፕ ጓርድዮላ፡ ዝሓለፈ ክረምቲ
ክለባት ስዑዲ ዓረብ ንዝቐረበሉ ናይ ስራሕ ሕቶ ዝነጸጎ ሆዝየ፡ ስሙ ምስታ ብውጽኢት ጓል ኣንስተይቲ እውን ከምዝተዓርቀን ቆልዓ ንባረላ ንምፍራም ወግዓዊ ሕቶ ከምዘቕረብ፡ እንተኾነ በዚ ኢጣልያዊ ከምዝተነጽገ እውን፡
ኣሰልጣኒኣ ቶማስ ቱቸል ከምዘይዓገበት እትግለጽ ባየር ሙኒክ ተተሓሒዙ ይለዓል ኣሎ። ከምዝወለዱን ይግለጽ። ጋዜጣ ደሎ ስፖርት ሓቢራ።
ሓዳስ ኤርትራ መበል 33 ዓመት ቁ.145 16 ለካቲት 2024 - ገጽ 8

ዜና ወጻኢ ሸዊት ተኽለ


ቀዳማይ ሚኒስተር እስራኤል
በንያሚን ነታንያሁ፡ ካብ ማሕበረ-
እስራኤል፡ “ኣብ ከተማ ራፋሕ ደብዳብ ክቕጽል እዩ” ትብል
ሰብ ዓለም ዝቐርበሉ ዘሎ ምሕጽንታ ዝጸንሐ ዝርርብ ድሕሪ ምፍሻሉ እዩ - ከምእተቐተሉ ጸብጻባት ሓቢሮም።
ብምንጻግ - ሰራዊቱ ናብ ከተማ ራፋሕ መጥቃዕቲ ከምዝቕጽል ሓቢሩ ዘሎ። ኣብ ከተማ ሳፈድ ዝርከብ ወተሃደራዊ
እዚ ከም’ዚ ኢሉ እንከሎ፡ ሊባኖሳዊ ጉጅለ ማእከል እስራኤል ብሮኬት ምስ
ከምዝቕጽል ኣፍሊጡ።
ሕዝቦላህ ብዝተኮሶ ሮኬት ሓደ ወተሃደር ተወቕዐ - ሓደ ወተሃደር ከምዝሞተን
እስራኤል ኣብ ቓዛ እተካይዶ ዘላ ሸውዓተ ካልኦት ከምዝቖሰሉን፡
እስራኤል ድሕሪ ምቕታሉ፡ እስራኤል ናይ
ደብዳብ ዘብጸሖ ዘሎ ሰብኣዊ ዕንወት ኣየር ግብረ-መልሳዊ መጠቃዕቲ ብምክያዳ፡ ብመንገዲ መራኸቢ ብዙሓን እስራኤል
“ዝጽወር ኣይኮነን” ዝበለ ፕረዚደንት ብውሑዱ ሸውዓተ ሰላማውያን ሰባት ተሓቢሩ ነይሩ።
ፈረንሳ ኤማኑኤል ማክሮን፡ ካብ’ቶም
ሰራዊት እስራኤል ኣብ ከተማ ራፋሕ
መጥቃዕቲ ከይፍጽም ንነታንያሁ ሚ/ምክልኻል ኢንዶነዥያ ኣብ
ፕረዚደንታዊ ምርጫ ከምእተዓወተ ኣዊጁ
ዘጠንቅቑ ዘለዉ ወገናት ሓደ እዩ።
እንተኾነ፡ ነታንያሁ “እቲ ንቓዛ
ዝቈጻጸር ዘሎ ዕጡቕ ጉጅለ፡ ካብ’ታ
ደቡባዊት ከተማ ክውገድ ኣለዎ” ሚኒስተር ምክልኻል ኢንዶነዥያ ከምዝነበረ ተገሊጹ ኣሎ።
ብምባል፡ ከቢድ መጥቃዕቲ ክፍጽሙ ፕራቦዎ ሱብያንቶ፡ ኣብታ ሃገር ኣብ መወዳድርቱ ኣኒስ ባስዌዳንን ጋንጃር
ምዃኖም እዩ ኣፍሊጡ። ዝተኻየደ ፕረዚደንታዊ ምርጫ - ኣብ ፕራኖዎን፡ ብኣስታት 25 ሚእታዊትን
ኣስታት 1.4 ሚልዮን ፍልስጤማውያን፡ ራፋሕ ዝካየድ ወተሃደራዊ ወፍሪ ካብ እትጅምር ንደሓር፡ ዝበዝሑ ልዕሊ መወዳድርቱ ርኡይ ጸብለልታ 17 ሚእታዊትን ድሕሪ ፕራቦዎ
ኣብ’ታ ኣቐዲሙ ደብዳብ እተኻየደላ ከቢድ ዕንወት ከውርድ ከምዝኽእል ደቂ-ኣንስትዮን ህጻናትን ዝርከቡዎም ከምዘለዎ ብኮሚሽን
ከተማ ራፋሕ ተዓቚቦም ይርከቡ። ብምምልካት - ስግኣቶም ገሊጾም - 28,576 ፍልስጤማውያን ምርጫ እታ ሃገር ዝተኻየደ
መራሕቲ ኣወስትራልያ፡ ካናዳን ኣለዉ። ከምእተቐተሉ ይገልጽ። መባእታዊ ቈጸራ ድሕሪ
ኒውዚላንድን ኣብ ዘውጽእዎ ብሓማስ ዝመሓደር ሚኒስተሪ ጥዕና ነታንያሁ፡ ብሰበ-ስልጣን ኣመሪካ፡ ምሕባሩ፡ ነቲ ፕረዚደንታዊ
ሓበራዊ መግለጺ ብተመሳሳሊ፡ ኣብ ቓዛ፡ እስራኤል ወተሃደራዊ መጥቃዕቲ እስራኤል፡ ግብጽን ቀጠርን ክካየድ ምርጫ ከምእተዓወተሉ
ኣዊጁ።
ኣመሪካ - ብብሕታዊ ኩባንያ እትውነን መንኮርኮር ናብ ወርሒ ኣምሪሓ ቅድሚ ሕጂ ክልተ ግዜ
ንፕረዚደንትነት ተወዳዲሩ
ኣብ ኣመሪካ ክፍለ-ሃገር ፍሎሪዳ እታ መንኮርኮር፡ ድሕሪ ልዕሊ ፍርቂ ተልእኾ ናይ’ዛ መንኮርኮር፡ ከም’ቲ ከምዘይተዓወተ ዝተገልጸ
ብዝመደበሩ ብሕታዊ ኩባንያ ዘመን ተልእኾታት ናይ’ታ ሃገር እያ ተወጢኑ ዘሎ እንተደኣ ተሰላሲሉ፡ ወዲ 72 ዓመት ፕራቦዎ፡
እትውነን መንኮርኮር - ናብ ወርሒ - ንፈለማ እዋን ናብ ወርሒ ተበጊሳ ሓደ መዓልቲ ኣብ ዙርያ ወርሒ ኣብ መላእ ሃገር ኣብ
ከም ዘምረሐት ተገሊጹ። ዘላ። ድሕሪ ምጽናሕ፡ ኣብ 22 ለካቲት ኣብ ዝርከባ ነቚጣታት ምርጫ ብዝተገብረ ተሰሪዖም ከምዘለዉ፡ ነቲ ቈጸራ/
ወርሒ ክትዓልብ ትጽቢት ይግበር። መባእታዊ ቈጸራ መሰረት፡ ኣስታት 58 ፍቕዲ ዘካይዱ ናጻ መስከርቲ ኣካላት
ክሳብ ሕጂ ኣብ ወርሒ ዕዉት ሚእታዊት ድምጺ ከምዝረኸበ እዩ ይሕብሩ።
ተልእኾ ዝፈጸማ ሃገራት - ኣመሪካ፡ ዝሕበር ዘሎ። እንተኾነ፡ ክልቲኦም መወዳድርቱ፡
ሩስያ፡ ቻይና፡ ህንዲን ጃፓንን ኮይነን፡ ብዝሒ ናይ’ቶም ዝተቖጽሩ ናይ ህዝቢ ነቲ ዛጊት ኣብ 20 መጋቢት
ዛጊት ዝኾነ ብናይ ብሕቲ ኩባንያታት ምርጫ ወረቓቕቲ፡ ክሳብ ዝሓለፈ ረቡዕ ብወግዒ ክሕበር ተወጢኑ ዘሎ
ዝተፈጸመ ተልእኾ የለን። ካብ ኣስታት 86 ክሳብ 95 ሚእታዊት ውጽኢት ክጽበ፡ ኣተሓሳሲቦም ኣለዉ።

ሩስያ፡ ክታበት መንሽሮ ከምዘዳለወት ገሊጻ


ተመራመርቲ ስነ-ፍልጠት ሩስያ፡ እዋን ከቕርቡ ምዃኖም ፕረዚደንት ኣብ’ዚ እዋን’ዚ - ኣንጻር መንሽሮ
ሕማም መንሽሮ ክከላኸል ከምዝኽእል ቭላድሚር ፑቲን ሓቢሩ። ማህጸንን ካልኦት ዓይነት መንሽሮን
ዝተገልጸሉ ክታበት - ኣብ ቀረባ ፕረዚደንት ፑቲን ብቴሌቪዥን ኣብ ዘስዕብ ቫይረስ ‘ሁይማን ፓፒሎማስ’፡
ዝሃቦ መግለጺ፡ “ክታበት መንሽሮን፡ ከምኡ’ውን ኣንጻር ክሳብ ናብ
ጃፓን፡ ካብ ሳልሳይ ደረጃ ‘ዝዓበየ ቊጠባ’ ወሪዳ ናይ ተጻዋርነት ዓቕሚ ደቂ-ሰብ መንሽሮ ጸላም ከብዲ ዘብጽሕ ቫይረስ
‘ሄፓታይተስ ቢ’ ዝከላኸሉ - ሽዱሽተ
ኣንጻር ሕማም መንሽሮ ከሐይሉ
ሓንቲ ካብ’ተን ዝዓበየ ቊጠባ ዓለምና ዘጋጠማ - ድኹም ውሽጣዊ ጠለባት ኣብ ዝሃቦ ሓበሬታ፡ ጃምላዊ ዘቤታዊ ዝኽእሉ መድሃኒታትን ንምፍጣር ዓይነት ክታበት፡ ብውድብ ጥዕና
ብምውናን - ኣብ ሳልሳይ ደረጃ ቁጠባ ብምንቁልቋሉ እዩ። እቶት ሃገሩ - ኣብ 2023 ብድምር 4.2 ቀሪብና ኣሎና” ኢሉ። ዓለም ፍቓድ ተዋሂብዎም ከምዘሎ
ተሰሪዓ ዝጸንሐት ጃፓን፡ ናብ ራብዓይ በዚ ድማ፡ ጀርመን ነቲ ጃፓን ትሪልዮን ዶላር ኣመሪካ ከምዝነበረ እንተኾነ፡ እቲ ክታበት ንኣየናይ ይግለጽ።
ደረጃ ከምዝወረደት ተገሊጹ። ሒዛቶ ዝጸንሐት ደረጃ ከምእተረከበቶ ብምሕባር፡ ጃፓን ኣብ ዓለማዊ ቁጠባ ኣብ እዋን ለበዳ ኮሮና ቫይረስ፡
ዓይነት መንሽሮ ዝዓለመ ምዃኑ
እዚ ዝተገልጸ፡ ጃፓን ኣብ መወዳእታ ተሓቢሩ። ናብ ራብዓይ ደረጃ ወሪዳ ከምዘላ
ብንጹር ኣይተገልጸን። ሩስያ - ‘ስፑትኒክ ቪ’ ዝተባህለ ናይ
ርብዒ ናይ ዝሓለፈ ዓመት ብሰንኪ መንግስቲ ጃፓን ዝሓለፈ ሓሙስ ገሊጹ።
ብርክት ዝበላ ሃገራትን ኩባንያታትን፡ ገዛእ-ርእሳ ክታበት ብምምዕባል፡ ናብ
ጠንቂ ምንካይ ቊጠባ ጃፓን
ክታበት መንሽሮ ንምምሃዝ ኣብ ሓያሎ ሃገራት ከምዝሸጠት ጸብጻባት
ብቐንዱ፡ ብሰንኪ ምንቁልቋል ዋጋ
‘ባጤራ የን’ ምዃኑ ዝገልጹ ጸብጻባት፡ ጻዕሪታት ከምዝርከባ ዝፍለጥ ኮይኑ፡ የመልክቱ።
ካብ ወርሒ ጥቅምቲ ክሳብ ታሕሳስ ኣብ ዝሓለፈ ዓመት
2023 ኣብ ዝነበረ ግዜ፡ ቁጠባ ጃፓን መንግስቲ ብሪጣንያ
ምስ ርብዒ ዓመት ናይ 2022 ክነጻጸር ኣብ ጀርመን
እንከሎ ብ0.1 ሚእታዊት ከምዝነከየ ምስ ዝመደበሩ
የረድኡ። ‘ባዮንቴክ’ ዝተባህለ
ልዕሊ ፍርቂ ቁጠባዊ ሓይሊ ጃፓን ኩባንያ፡ ክሳብ
ዝሽፍን ብሕታዊ ሃልኪ እታ ሃገር - 2030 ውልቃዊ
ብ0.2 ሚእታዊት ከምዝነከየ፡ እዚ ድማ ፍወሳ እቲ
ንሳልሳይ ተኸታታሊ ርብዒ ዓመት ሕማም ናብ 10
ምንቁልቋል ከምዘርኣየ መንግስቲ ሽሕ ሕሙማት
ኣብሪሁ። ንምብጻሕ ወጢኑ
ኣመሪካን ቻይናን፡ እተን ዝዓበየ
ይሰርሕ ከምዘሎ
ቁጠባ ዓለምና ዝውንና ሃገራት
ይሕበር።
ምዃነን ይፍለጥ።
ተረኛ ፋርማሲ ዕለት ጎደና ቁ.ስልኪ
ፋርማሲ ካተድራል 16/02/2024 ጎደና ዶጎሊ 171-65 ከባቢ ኣልፈርማዮ ጥቓ እንዳ ኦርሲ ጋራጅ 127188
ፋርማሲ ቁ.1 መዓልታውን ለይታውን ኣገልግሎት ትህብ ቁ.ቴሌፎን 127565

abur Printing Services

You might also like