You are on page 1of 12

1

ኣብ ቢሮ ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን


ኮሌጅ ኪነ-ጥበባት ትግራይ
መቐለ
ክፍሊ ትምህርቲ ቱርን ትራቨልን

ብ BSC ዝተቓነየ ዓመታዊ ውልቀ ትልሚ

መ/ር ሃይላይ ገ/ክርስቶስ


ሓምለ 1/2015 ዓ/ም

ትሕዝቶ ገፅ
ትሕዝቶ(CONTENT)

2
መእተዊ(INTRODUCTION).............................................................................................2
ራእይ(VISION).................................................................................................................2
ልኡኽ(MISSION).............................................................................................................3
ዓላማ(OBJECTIVE).........................................................................................................3
ዝርዝር ዓላማማታት...............................................................................................................4
ሽቶ 1(GOAL)...................................................................................................................4
ትካላዊ እምነታት /institutional valve/...................................................................................5
ዝነበሩ ቀንዲ ፀገማትን ዝተቐመጠሎም መፍትሕታትን.....................................................................5
ሓፈሻዊመደባት 2016……………………………………………………………..…6
ሽቶ 2…………………………………………………………………………… …...7
ዝርዝርኣፈፃፅማሽቶ 2…………………………………………………………………7
ሰደቓ ትልሚ ስርዓት ውፅኢት ተኮር(BSC) 2016 ..…………… ……………….9
መተግበሪ ፕላን 2016...……………………………………………………………11

መእተዊ (INTRODUCTION)

እዚ ናይ 2016 ዓ/ም ትልሚ እውን ኣብ ዕላማ፣ ራእይ፣ ሽቶን ዝርዝር ስራሕቲን ከምኡውን ኣብ ኣተገባብራ ትልሚ
2016 ዓ/ም ከጋጥሙ ዝኽእሉ ፀገማት ከምዝትግበር ኣንፈት ዘርእይ እዩ፡፡
ራእይ (VISION)

3
ብኣካዳሚያዊ ዓቅሚ ብፍልጠት ብክእለት ብኣተሓሳስባ ከምኡ ውን ብስነ ምግባሮም መርኣያ ዝኮኑ ታሪክ ሃገሮም
ዘክብሩን ዘዕብዩን ንክበሪ ወድ ሰብ ዝጣበቁን ምስ ካልኦት ትካላት ዝርከቡ መሓዝቶም ተወዳደርቲ ዝኮኑ ከባቢኦም
ዝፈልጡን ዝበሰሉን ሰልጠንቲ ምርኣይ እዩ፡፡

 ብውድድር ዝኣምን ዓርሰ እምነት ዘለዎን ብቑዕ ኣካዳሚዊ ብቕዓትን ክእለትን ዘጥረየን ዓዱ ዝፎቱ
ጥዑይን መፍረያይ ዜጋ ምፍጣር፣
 ብቑዕ ተዛማዳይ ተዓፃፃፋይ ናይ ቱርን ትራቨልን ትምህርትን ስልጠናን ብምሃብ ዓርሰ እምነት ስራሕ
ዝፈቱን ዝፈጥርን ካብ ክራይ ኣካብነትን ፅግዕተኛ ኣተሓሳስባታትን ተግባራትን ነፃ ዝኾነ ተወዳዳራይን
መሃዛይን ቴክኖሎጂታት ዝጥቀምን ዝፈጥርን ኣብ ምህናፅ ልምዓታውን ዲሞክራሲያውን ፖለቲካውን
ኢኮኖሚያውን ርኡይ ተራ ዝፃወት ክኢላ ስእሊ ዘለዋ ትግራይ ምርኣይ፣
 ኣካዳሚያዊ ብቕዓቶምን ክእለቶምን ኣብ ተግባር ዘውዕሉን ፈጠርቲ ስራሕ ኾይኖም ኣብ ናይ ዓዶም
ዕቤት ርኡይ ግደኦም ዝዋስኡ ዜጋታት ምርኣይ፣

ልኡኽ (MISSION)

 ኣብ ዝግበር ሞያዊ ዝኾነ ስልጠና ብኣሰልጣኒ ዝወሃቡ ሓገዛት ሰልጠንቲ እዞም ዝስዕቡ ቁምነገራት
ክጭብጡ ምግባር፡፡
 ዓቕሚ ሰልጠንቲ ክብ ንምባል ኣብ ትምህርቲ ዘለዎም ግንዛበን ኣረዳድኣን ንምልዋጥ ፃዕሪ
ብምግባር ውፅኢት ሰልጠንቲ ምዕባይ፡፡
 ኣብ መንጎ ሰልጠንቲ ቅኑዕ ዝኾነ ናይ ምትሕግጋዝ ባህሊ ብምዕባይ ኣብ ሰልጠንቲ ዘሎ ናይ ዓቕሚ
ኣፈላላይ ንክፀብብ ምግባር፡፡
 ኣብ ክፍሊ ትምህርትና ዝርከቡ ፈፀምቲ ኣካላት ኣብ ኣረኣእያ ኣብ ክእለትን ፍልጠትን ኣብ ቀረብ ኣብ
ኣወዳድባን ኣሰራርሓን ዘለዎ ማሕንቖታት ብምፍታሕ ናይ ኪራይ ኣካብነትን ተፀባይነትን
ኣተሓሳስባታትን ተግባራትን ዝቃለስ ልምዓታዊ ሰራዊት ምህናፅ፡፡

ዓላማ (OBJECTIVE)
ብዓቕሞምን ብክእለቶምን ተወዳደርቲ ዝኾኑ፣ ዓርሰ እምነት ዘለዎም፣ ፀገም ፈታሕቲ፣ ብለውጢ ዝኣምኑ፣ ብቑዕ
ፍልጠት ዝጨበጡን ፈጠርቲ ስራሕ ዝኾኑ ሰልጠንቲ ምፍጣር፡፡

ዝርዝር ዓላማማታት
 ብቑዕን ቀፃልን ውፅኢት መሰረት ዝገበረ ስልጠናታት ብምሃብ COC ብቑዕ ምባር፣
 ናይ ኣሰልጠንትን ሰልጠንትን ናይ ምፍጣርን ምምሃዝን ተበግሶን ዓቕምን ክህልዉ ብምግባር ኣብ ሽግግር
ቴክኖሎጂታት ውፅኢታዊ ምዃን፣
 ውፅኢት መሰረት ዝገበረ ስልጠና ኣሰለጣጥና ምትግባር (ፀቕጢ ምግባር)፣
 ብተግባር ዝተሓገዘ ስልጠና ምስ ዝህቡ ትካት ብሓባር ምስራሕ፣

4
 ሓፀርቲ ስልጠናታት ንዘድልዮም ኣካላት ብጥርኑፍ መንገዲ ምሃብ፣
 ክፍሊ ትምህርቲ ቱርንትራቨል ከማልኦም ዝግባእ ናውትን ሓይሊ ሰብን ኣብ ምምላእ ምስራሕ፣

ሽቶ 1 (GOAL)
 ኣብ ቁልፊ ስራሕቲ ብምስራሕ ተምሃሮ 100% COC ምብቃዕ፣
 ብቑዕን ቀፃሊ ራኢ ዘለዎ ተምሃራይ ምፍራይ፣
 በብእዋኑ ንዝወርዱ መደባት ቕልጡፍ ምላሽ ብምሃብ ውፅኢታዊ ምዃን፣

ትካላዊ እምነታት /institutional valve/፡-


 ግልፅነት ተሓታትነት ዘለዎ ኣካይዳታት ምኽታል
 ተወፋይነት ናይ ስራሕ ተበግሶ ዘለዎ
 ብዉፅኢት ዝዕቀንን ዝኣምንን

ዝነበሩ ቀንዲ ፀገማትን ዝተቐመጠሎም መፍትሕታትን


ቐንዲ ድኽመታት፡-
 ብሰንኪ ሕፅረት መሳርሒ ኣብ ክላስ ናይ ምርባሽ ፀገም፣
 ናይ ተምሃራይ ባህሪ ካብ ዓቕምኻ ብላዕሊ ኮይኑ ብምርካብ ኣብ ኣመሃህራ ሕማቕ ስምዒት ናይ ምፍጣር፣
 ሕፅረት ክላሳትን ሓገዝቲ መሳርሕታትን ብዘይ ምህላው ምቹው ኣመሃህራ ዘይምህላው፣

ዝተቐመጠሎም ፍታሕ፡-
 ምስ ዝምልከቶ ኣካል ብምርድዳእ እቲ ሕፅረት መሳርሒ ክፍታሕ ምግባር፣
 ሕማቕ ባህሪ ዘለዎ ተምሃራይ ከም ዘሎ ፈሊጥካ ስምዒትካ ብምምዝዛን ምምሃር፣
 ምስ ዝምልከቶ ኣካል ብምርድዳእ እቲ ሕፅረት መሳርሕን ክፍልታትን ክፍታሕ ምግባር፣

ሓፈሻዊ መደባት 2016 ዓ/ም

መደባት፡-
 ሰልጠንቲ ኣብ ስልጠና ግዚኦም ዘለዎም ግንዛበ ንምልዋጥ ናይ ሰልጠንቲ ድልየት ምልዕዓል፡፡
 ሰልጠንቲ ንተግባራዊ ተሳትፎ ንክለዓዓሉ ምግባርን ተግባራዊነትን ጥቕምታት ትምህርቲ ንከመዛዝኑን
ግንዛበ ንክረኽቡን ምግባር፡፡
 ፍሉይ ሓገዝ ዘድልዮም ሰልጠንቲ ከከም ክእለቶምን ድልየቶምን ፈሊኻ ሓገዝ ዝረኽብሉ ባይታ ምፍጣርን
ሓገዝ ኣብ ዝደልዩሉ እዋን ሓገዝ ንክሓቱ ጥጡሕ ኩነታት ምፍጣር፡፡
 ከይዲ ኣሰለጣጥና ብናይ ሰልጠንቲ ዝጥዕም ሜላ (student center methoed) ኣመሃህራ ምጥቃም፡፡
 ሓሳብ ሰልጠንቲ ብትዕግስቲ ምድማፅን ፀገሞም ተረዲእኻ ንምፈታሕ ፃዕሪ ምግባር፡፡
 ናይ ሰልጠንቲ ውፅኢት ብእዋኑ ምፍላጥን ግብረ መልሲ ምሃብን፡፡

5
ሽቶ 2፡-
 ብብቕዓት ሰልጠንቲ ንምፍላይ ዝተውሃበ ምዘና መዐቀኒ ብቕዓት መሰረት ብብርኪ ብቕዓት ሰልጠንቲ ክብ
ንምባል ኣድለይቲ ዝበሃሉ ፃዕርታት ብምግባር ኮሌጅና ዘውፅኦ መበገሲ ንክዕወት ፃዕሪ ምግባር፡፡70%
ሰልጠንቲ ብተግባር(practical) ክሰርሑ 30% ሰልጠንቲ ክልስ ሓሳብ(theory) ክስልጥኑ ፃዕሪ ምግባር፡፡
 100% ኣብ ዝግበሩ ገምጋምን ምይይጥን ምርካብ፡፡
 100% ተምሃሮ COC ክበቕዑ ምግባር፡፡

ዝርዝር ኣፈፃፅማሽቶ 2፡-

 ናይ ሰልጠንቲ ምትሕግጋዝ ባህሊ ብምዕባይ ፍልጠቶም ብምልውዋጥ ንከማዕብሉ

ምግባር፡፡
 ሰልጠንቲ ከከም ዓቕሞም ፈሊኻ ተኸታታሊ ዝኾነ ሓገዝ ምሃብ፡፡

 ፍሉይ ሓገዝ ንደቂ ኣንስትዮ ብምሃብን ንዘጋጥምወን ማሕበራዊ፣ቁጠባዊን ተፈጥሮኣዊን

ፀገማት ምስዝምልከቶም ብምርድዳእ ምፍታሕ፡፡


 ዝተውሃቡ ሓገዛት ብውፅኢት ብምልካዕ ደረጃ ሰልጠንቲ ድሕሪ ሓገዝ ኣበይ ደረጃ ከምዘሎ

ብምፍላጥ ተወሰኽቲ ሓገዛት ምሃብ፡፡

ከጋጥሙ ዝኽእሉ ፀጋማት፡-


 ናይ መሳርሕታትን መምሃሪ ክላሳትን ሕፅረት፣

 ናይ ኩረጃ /ምቕዳሕ/ ባህሊ ዘስዕቦ ፅዕንቶ፣

 ሰልጥንቲ ነንባዕሎም ኣትሒትካን ኣልዒለካን ምርኣይ

ዝተቐመጠሎም መፍትሒ፡-
 ናይ ኣተሓሳስባ ለውጢ ብቕልጡፍ ንኽመፅእ ፃዕሪ ምግባር፣

 ሕማቕ ባህሪ ከምዘጋጥም ፈሊጥካ ምኽሪ ብምሃብ ክስተኻኸል ምምዓድ፣

 ምስ ዝምልከቶ ኣካል ብምርድዳእ እቲ ፀገም ክብዳህ ምግባር፣

 ካብ ደጋዊ ፅዕንቶታት ነፃ ንክኾኑ ናይ ባህሪ ለውጢ ንከምፅኡ ፃዕሪ ምግባር፣

 ወለዲ ንውላዶም ተኸታታሊ ሓገዝ ንኽገብሩሎም ፃዕሪ ምግባር፣

6
 ክእለት ወይ ናይ ኣተሓሳስባ ለውጢ ኣብ ከይዲ ስራሕ ዝመፅእ ምዃኑ ግንዛበ ምፍጣር

7
ሰደቓ ትልሚ ስርዓት ውፅኢት ተኮር (BSC) 2016 ዓ/ም ክፍሊ ትምህርቲ ቱርንትራቨልን ኮሌጅ ኪነ-ጥበባት ትግራይ

ሽም ከይዲ ስራሕ ው/መ/ዝ/ስ ሽም ንኡስ ከይዲ ስራሕ ክፍሊ ትም/ቲ ቱርትራቨልን


ሽም መ/ር ሃይላይ ገ/ክርስቶስ ግዜ ምዘና ካብ 01/11/2015 ክሳብ 30/10/2016

ሽቶታት ትካል ሽቶ ከይዲ ክብደት ዝፍፀመሉ ግዜ ዓመ


ንከ/ስራሕቲ ስራሕምስ ስት ታዊ
ትፅቢት ሕድሕድ ራተ በጀ
መነፅራትን ክብደትን ካብ 100%

ዝተውሃበ ክብደትን ኮድን መለክዒ ተግባራት ጂያ


መበገ ት
ክብደትንኮድን ዝግበረሉ ተግባር ዒላ ዊ
(Measure)
ቀንዲ ተግባራት ሲ ተበ
ውፅኢት ክብደ ክብደ ማ ይ ይ ይ ግሶ
ውልቀ ፈፃሚ 1
ይ 2 3 4
ዕላማ 2016
/Expected ት ት
2013 ር/ ዓ ር/ ዓ ር/ ዓ ር/ ዓ
Result/
ተግባ መለክ
መት መት መት መት
ራት ዒ
ምዕ ምዕባይ ውፅኢታዊ ንብረት ብኣግባቡ ብኣግባቡ 0.0 ብጥንቓቐ ዝተትሓዘ
100% 100 100 100 100 100
ባይ ኣጠቓቕማ ሃፍቲ ምሓዝን ምጥቃምን 5
ኣብ ስራሕ ንብረት ብ%
ኣጠ 0.4% 0.1
ከሉ ንዝተወሃበኒ
ቓቕ ዝወዓለ 0.0 ኣብ ጥቕሚ ዝወዓለ
ማ ንብረት 5 ንብረት ብ%
ሃፍ
100% 100 100 100 100 100
ቲ 4
%

ም ምዕባይ ሰለጤንን ፅሬትን ሰለጤንን ግልፅን ድልዊ በዝሒ TTLM ተደጊፉ


ፅሬትንትምህርቲ
ዘለዎ ግልጋሎት ዝኮነአመሃህራ 0.0 0.0 ዝዋሃበግልጋሎት ትምህርቲ
97% 100 100 100 100 100
ዕባ 0.26% ብ%
65 65
ምሃብ 0.65% ይህሉ
ይ ግልጋሎት ንምምሃር ዝተረጋገፀ 5 ኣብ እዋኑ ተዳልዩ ዝቐረበ 100 100 100 100
95% 100
ትምህርቲ ምሃብ 10 TTLM ብ%
ዘድሊ ቕድመ ፅሬትን
10 % 5 ብዘይ ምልልስ ዝተፅሓፈ 92% 100 100 100 100 100
ኩነት ምድላው ሰለጤንን TTLM ብ%

አመሃህራ

8
ምዕቓብ ሓለቕቲ  ንብረት ምህላው 5 ብእዋኑ ዝተዳለወ መከታተሊ
98% 100 100 100 100 100
ንብረት ከይዲ ንብረት ቕጥዒ ብ%
ሓቲትካ ንብረት
ስራሕ 15 % 15 5 ብእዋኑዝተሓተተ ሓለቕቲ
100% 100 100 100 100 100
ምውፃእ ፅፉፍን ንብረት ብ%

 ምድላውንብ ውፅኢታውን 5 ብእዋኑ ዝተኸፋፈለ ሓለቕቲ


ንብረት ብ%
- ረት
መረካከቢቕ
100% 100 100 100 100 100
ጥዒ
 ምክፍፋል

ንብረት

ሽቶታት ትካል ሽቶ ከይዲ ክብደት ስት ዓመ


ዝፍፀመሉ ግዜ
መነፅራትን ክብደትን

ንከ/ስራሕቲ ስራሕምስ ትፅቢት ሕድሕድ ተግባር ራተ ታዊ


ዝተውሃበ ክብደትን መለክዒ ተግባራት መበገ
ካብ 100%

ዝግበረሉ ክብደ ክብደ ዒላ ይ ጂያዊ በጀ


ክብደትንኮድን ኮድን ቀንዲ ተግባራት (Measure) ሲ ይ ይ 3 4

ተበግ ት
ውልቀ ፈፃሚ ውፅኢት ት ት ማ 1 2
/Expected
ዕላማ 2016 ር/ ዓ ር/ ዓ ር/ ዓ ር/ ዓ ሶ
ተግባ መለክ 2013
Result/ መት መት መት መት
ራት ዒ
ዝተፈላለዩ ተማሃሮ ክረኽብዎ በዝሒ ኣብ እዋኑ ናብ
ምህላው
ዓይነት ሜላ ዝግብኦም ዓይነት
6 ተማሃሮ ዝበፅሐ TTLM ብ 96% 98 98 98 98 98
አመሃህራ ፍልጠትን ሞያን ክረክቡ ቅልጡፍን %
ምግባር መልእክቲ
-
ምጥቃም
ምምሕልላፍን እዋናውን 1 ብክፍለ ግዚኡን ብእዋኑ
ዝተሸፈነን TTLM ብ%
አወሃህባ 2 6
98% 100 100 100 100 100
ግልጋሎት
ትምህርቲ
ዝመፁን ውፅኢት ምህላው በዝሒዝተዳለው T
ዝተርፉን
ፈተናታት ፅፉፍን ብቑዕን 13 7 TLM ብ% 97% 100 100 100 100 100
ተመሃሮ
ምክትታል ተመሃሮ ኣብ ኣተሓሕዛ
6 በዝሒ ኣብ
ፕሮቶኮል ዶክሜንት 96% 98 98 98 98 98
ብእዋኑ ተምሃሮ ዝበፅሐ
ምዕባይ ምዕባይ ስራሕቱ ዝወሰኸ ቕልጡፍን 0.0275 ኩሎም ዝወሃቡ 100% 100
ኣጠቓቕማ ኣጠቓቕማ
ብ TTLM ዘመናዊ 0.0137 ግልጋሎታት ይኹኑ
ኢንፎርሜሽን ኢንፎርሜሽን
ቴክኖሎጂ ቴክኖሎጂ ኣዳጊፉ ኣሰራርሓታትን መረዳእታታት 100 100 100 100
10 % 1.43%
ግልጋሎት ኮምፒተራይዝድ

9
ምሃብ 0.476% ይህሉ ክኾኑ ምግባር
0.0137 በዝሒ TTLM ተደጊፉ
ዝተዋሃበ ግልጋሎት ብ%
97% 9898 98 98 98

ሽም መምህር ሃይላይ ገ/ክርስቶስ ሽም ዘፅደቐ ሓላፊ


ፌርማ …………………………..…. ፌርማ
ዕለት……………………………..... ዕለት ……………………………….

10
መተግበሪ ፕላን 2016 ዓ/ም

ሪጋ ዝርዝር ስራሕቲ መስከ ጥቅ ሕዳር ታሕ ጥሪ የካ መጋ ሚያ ግን ሰነ መብርሂ


ረም ምቲ ሳስ ቲት ቢት ዝያ ቦት
1 ፅሬት ትምህርቲ ንምርግጋፅ ዕላማ ወለድን መንግስትን X X X X X X X X X X
ውፉይ ኮይንካ ምስራሕ፡፡
2 ዓቕሚ ተምሃራይ ንምጉልባት ብዘለኒ ዓቕሚ ብዘይ X X X X X X X X X X
ትልግምቲ ክፅዕር እየ፡፡
3 ክፍለ ግዜ ንኸይባኽን ናብ 0 ንምውራድ ፃዕሪ ክገብር እየ፡፡ X X X X X X X X X X

4 ሰልጠንቲ ኣብ ስልጠና ግዚኦም ናይ ሰልጠንቲ ድልየት ምልዕዓል፡፡ X X X X X X X X X X

5 ዓቕሚ ተምሃሮ ንምዕባይ ብቲቶርያልን ኔትዎርክን ወዘተ X X X X X X X X X X


ፅሬት ትምህርቲ ከረጋግፅ እየ፡፡
6 ብውፅኢት ተመሃሮ ከም ዝዕቀን ፈሊጠ ተምሃሮይ ከብቅዕ X X X X X X X X X X
እየ፡፡
7 ብስነ ምግባረይ ምስጉን ብምዃን ኣብ ምህናፅ ስነ ምግባር X X X X X X X X X X
ተምሃሮይ ከብቅዕ እየ፡፡
8 ኣብ ትካልና ንዝረኣዩ ናይ ኣረኣእያ ግንዛበ ክእለትን X X X X X X X X X X
ፅግዕተኝነትን ክቐርፍ ክፅዕር እየ፡፡
9 ክፍለ ግዜ ከይባኽን ናብ 0 ንምውራድ ክፅዕር እየ፡፡ X X X X X X X X X X
10 ፍሉይ ድልየት ንዘለዎም ተምሃሮ ብምፍላይ ሓገዛት ክገብር X X X X X X X X X X
እይ፡፡
11 ሰልጠንቲ 100% COC ንምብቃዕ ክፅልር እየ፡፡ X X X X X X X X X X
12 ኣብ ውፅኢት ዘተኮረ ሜላ ኣሰለጣጥና ክጥቀም እየ፡፡ X X X X X X X X X X
13 ካብ ተመሓላለፍቲ ሕማማት ዓርስኻ ምዕቃብ፡፡ X X X X X X X X X X

ኣሰናዳኢ መ/ር ሃይላይ ገ/ክርስቶስ ስም ዘፅደቐ ሓላፊ


ፊርማ ______________ ፊርማ ______________
ዕለት ______________ ዕለት ____________

11
12

You might also like