You are on page 1of 36

LOGO

መበገሲ ሓሳብ ኣድላይነትን እንታይነትን


“Knowledge Management”
(ንላዕለዎት ኣመራርሓ)

መዳለዊ:ረዳኢ ገ/ሚካኤል

ነሓሰ 2012
ነሓሰ 2012 ዓ.ም.
ዓ.ም.
ትሕዝቶ

 መእተዊ
 ሓፂር መብርሂ KM
 ረብሓ KM ኣብ ትካል
 ሕሉፍ ተሞክሮ ትካልና
 እንታይ ክንገብር ንኽእል?
 መጠቓለሊ
መእተዊ

እዚ መበገሲ ሃሳብ ቅድም ኣብ ዝነበረና ኣወዳድባ ካብ ዝነበረ ክፍሊ


(design knowledge management) ዝተወሰደ
ኾይኑ፤ ንትካል ዘበርክቶ ረብሓ ብምርኣይ ኣብቲ ጀሚርናዮ ዘለና ትካል
ናይ ምድሓን ከይዲ ዘይንዓቕ ግደ ከምዝህልዎ ስለዝተርኣየኒ አብዚ ቐሪቡ
ዘሎ መበገሲ ሓሳብ ብምዝታይ ተወሳኺ ሓሳባትን ርእይቶን ተወሲኹዎ
እቲ ንደልዮ ዕብየት ንምስላጥ ብዝሕግዝ መልክዑ ንክዳሎ ንምግባር
ዝዓለመ እዩ።
ሓፂር መብርሂ KM
እንታይነት ፍልጠት/knowledge/

 ፍልጠት ኣብ ክልተ ይምቀል


 Tacit knowledge/ ዘይረአ ኣብ ሕድሕድ ርእሲ ወዲ ሰብ ተወሲኑ
ዝርከብ።

 Explicit knowledge / ብዝተፈላለየ መልክዑ ዝተዳለወ ዝርአ


ሰነድ፤
• ብፅሑፍ / ማንዋላት፣መፃሕፍቲን ዝተፈላለዩ ሰነዳት፣
• ብምስሊን ድምፅን ተቐሪፁ ዝተቐመጠ ውህሉል ፍልጠት የካትት።
KM ብኸመይ… ይሰርሕ?
…ዝቐፀለ
KM
እንታይ ማለት
እዩ?

ኣብ ትካልና ንዘለና ቀዋሚን ሃላቂን ሃፍቲ ጠመተ


ሂብና ስሩዕ ምሕደራ ከምእንገብረሉ ማዕረ ማዕረ፤
ትካል ንዘለዎ ናይ ፍልጠት
ሃፍቲ/intellectual asset/ ግቡእ
ምሕደራ ንክግበረሉን ንክህልዎን ዝዝርጋሕ መስርሕ
ማለት እዩ።
…ዝቐፀለ
KM ክልቲኦም ብምውዳድ ድማ ናይ ትካል ፍልጠት የማዕብል

To
TACIT EXPLICIT
From
KNOWLEDGE KNOWLEDGE

TACIT Socialization Externalization


KNOWLEDGE

EXPLICIT Internalization Combination


KNOWLEDGE
…ዝቐፀለ

Socialization
 ዝተፈላለየ ፍልጠት ዘለዎም ኣባላት ናይ ልምዲ ልውውጥ
ብምግባር እቲ ሓደ ጥራይ ዝፈልጦ ዝነበረ ካሊእ ክፈልጦ
ብምግባር ትካል ዝሐሸ ረብሓ ክረክብ ምግባር፣
Internalization
 ብዝተፈላለየ መልክዕ ዝርከቡ ፍልፍል ፍልጠት ዝምልከቶ ኣባል
ትካል ክፈልጦን ክርድኦን ብምግባር ናይ ኣባላትን ኣመራርሓን
ዓቕሚ ምዕባይ ይከኣል
…ዝቐፀለ

Externalization
 ኣብ ርእሲ ሕድሕድ ኣባላት ዝርከብ ዘይርአ ፍልጠት ናብ
ዝረአን ብቐሊሉ ክንጥቀመሉ ዝከኣል ናብ ዝርአን ዝድህሰስን
መልክዕ ብምቕያር ኣብ ትካልና ዘጋጥም ዘሎ ክፍተት ምዕባስ
ይከኣል፣
Combination
 ዝነበረን ሓዱሽ ዝመንጨወ ሓሳባት ብምጥማር /ብምዝማድ
ሓዱሽ ኣሰራርሓ ምዝርጋሕ/ሓዱሽ ፍርያት ንምርካብ የኽእል
…ዝቐፀለ

 Knowledge sharing ንክህሉ ይሰርሕ


ከም ኣብነት
 After Action Reviews
• ድሕሪ ሕድሕድ ፍፃመታት ፕሮጀክትከይዲ ዳህሳስን ዘተን ንክህሉ
ብምግባር ምዕቡል ተሞክሮ ንምዕቃብ ድኹም ጎንታት ንምእራም
ዕድል ይፈጥር
 Storytelling
• ምስ ፍሉይ ተሞክሮ ዘለዎም ኣባላት ተሞክሮኦም ዘሕልፉሉ
መድርኽ ምድላው
…ካልኦት ዝተላለዩ ሜላታት ብምጥቓም ፍልጠት ናብ ዝምልከቶ
ንክመሓላለፍ ይሰርሕ
…ዝቐፀለ

ዕዉት ዝኾነ KM ንክህሉ 5 ኣድለይቲ


ከይድታት ኣለዉ
…ዝቐፀለ

1. ኣድላዪ ዝኾነ ፍልጠት ምፍላይ /identifying required knowledge


2. ዝተደለየ ፍልጠት ምፍጣር /Creating knowledge
3. ፍልጠት ምዕቃብ /Storing knowledge
4. ፍልጠት ዝምልከቶ ክፈልጦ ምግባር /Sharing knowledge
5. ኣብ ስራሕ ክውዕል ምግባር /Applying knowledge
ኩሎም ከይድታት ዝተፈላለዩ መፈፀሚ ኣንፈትን ሜላታትን አለዉዎም።
ረብሓ KM ኣብ ትካል
ምትግባር KM ትካላት ብኸምዚ ተጠቀምቲ ይገብር

 ትካል ዘለዎ intellectual asset ብዝግባእ ንክዕቀብ ዕድል

ይፈጥር፣

 ፍሰት ሓበሬታ ብቕልጡፍን ብቐረባን ክንረክብ የኽእል፣

 ውሳነ ዝውስን ኣካል ካብ ጭቡጥ መረዳእታ ዝተበገሰ ንክኾን ይሕግዞ፣


…ዝቐፀለ

 ቅድም ኢሎም ዝተሰርሑ ስራሕቲ ደጊምካ ንምስራሕ ዝቐለለ

ንክኸውን ይሕግዝ/avoids re-inventing the

wheel/

 ኣባላት ካብ ትካል ኣብዝለቁሉ እዋን/ termination/ ዝፍጠር

ክፍተት ይዓብስ፣

 ንስልጠና ዝወፅእ ወፃኢ ይቕንስ።


…ዝቐፀለ

 ኣብ ምትሕልላፍ ፍልጠት ዝፍጠሩ ጌጋታት የቃልል

Barriers of communication in K transfer


…ዝቐፀለ

 ሎሚ ዘለናዮ ፀቢብን ፅዑቕን ዝኾነ ንሕንሕ ዝበዝሖ ንግዲ ዓለም

ሰዓራይ ንምዃን ቑልፊ መወዳደሪ (internal operational

excellence) ንክነጥሪ ይሕግዘና።

 ሓፈሻዊ ውፅኢቱ ናይ ትካል ምፍራይ ተኽእሎ ንክዓቢ

ይሕግዝ።
…ዝቐፀለ

 ሓደ መሃንዲስ ኣብ ዝኾነ ፕሮጀክት ዘጥረዮ ልምዲ/ዓቕሚ


ናብ ካሊእ መሃንዲስ ብወረቐት ክመሓላለፍ ኣይክእልን፣

 New employees cannot always


show the same performance by
reviewing the previous
experiences of their pioneers..
ሕሉፍ ተሞክሮ ትካልና
ኣብ ትካልና KM ዘይምህላው እዞም ዝስዕቡ ኩነታት
ክገልፁና ይኽእሉ እዮም
 ምሕደራ ሃፍቲ /intellectual asset የብልናን
 እተን ወሰንቲ ከይድታት የብልናን

1. ኣድላዪ ዝኾነ ፍልጠት ምፍላይ /identifying required knowledge


2. ዝተደለየ ፍልጠት ምፍጣር /Creating knowledge
3. ፍልጠት ምዕቃብ /Storing knowledge
4. ፍልጠት ዝምልከቶ ክፈልጦ ምግባር /Sharing knowledge
5. ኣብ ስራሕ ክውዕል ምግባር /Applying knowledge

 ናይ ትካል ፍልጠት ብዝግባእ ስለዘይዕቀብ፤


 ንሕና ዝደኸምናሉን ወፃኢ ዝተገበረሉን ፍልጠት ካልኦት ይጥቀምሉ
…ዝቐፀለ

 ዝሰራሕናዮ ስራሕ ደጊምና ንምስራሕ ብዙሕ ኢና ንደክም!


 መረዳእታን ንድፍታትን ብዝግባእ ስለዘይዕቐብ…ከምብሓዱሽ ንሰርሕ፣

 እቲ ሓበሬታ ኣብውልቀ ሰባት ዝተደረኸ ስለዝኾን፣

• ናይ ዝሰራሕናዮም ዝተፈላለዩ ፕሮጀክትታት መረዳእታ ንምርካብ ንፅገም፣

• ደሊኻ/ኣሊሽካ ዝሰኣነሉ ኣጋጣሚ’ውን ኣይሰኣንን።


 ኣብ ተመሳሳሊ ስራሕ ተመሳሳሊ ጌጋታት ይርአ፣
 Rework is common task in most cases.
 Absence of “concurrent engineering”.
…ዝቐፀለ
…ዝቐፀለ

 Project management ክንድትዝድለ ዘይምዕቡል ምንባሩ፤


• ካብ ፕሮጀክትታት ንተሞክሮን መረዳእታን ዝዕቀብ ሓበሬታን
ልምድን የለን
 ዝተፀንዐ ፅፉፍ/STD/ ዝኾነ መስርሕ ዘይምህላው፤
 Cost estimation
 Methodology and procedures
…ዝቐፀለ
 ንተመሳሳሊ ስልጠናታት ብተደጋጋሚ ወፃኢ ንገብር ኢና ኾይኑ ግን፤
 ዝተዓቀበ ፍልጠት የብልናን

ዝወሃብ ስልጠናን ትካል ዝረኽቦ ረብሓ እንትነፃፀር ዝወሓደ ረብሓ ከምንረክብ


የረድአና
እንታይ ክንገብር ንኽእል?
ናይ ትካል ሃፍቲ ፍልጠት ክነመዕብሎን ክንዕቅቦን ንኽእል ኢና!!
መበገሲ ሓሳብ ንምትእትታው KM

 ቅድም ኢሉ ዝተዳለወ መተግበሪ ማንዋል ስለዘለና ተራኢዩ፤


 ዝተውሃቦ ርእይቶ ስለዘይነበረ ተወሳኺ ሃሳባት ብምሃብ ፅፉፍን
ግልፅን መስርሕ ክህልወና ምግባር፣
 ኣብ ኩለን ኢንዳስትሪታት ዘሎ ኣባልን ኣመራርሓን ግንዛበ ክህልዎ
ስራሕቲ ምስራሕ፣
 ኣብ ሕድሕድ ኢንዳስትሪ ብዝዳሎ መስርሕ መሰረት ስራሕቲ KM
ንክውገን ምግባር፣
…ዝቐፀለ
 ናይ ትካል ፍልጠት ተኣኪቡ ዝቕመጠሉ central server
ክህሉ ምግባር፣

1
2
6
MME
Central
Data base

3
5
4
ብኸመይ መልክዑ ክንውድቦ ንኽእል?

 ድሕሪ’ዛ ስላይድ’ዚኣ ቐሪበን ዘለዋ ሰለስተ መማረፂ ኣወዳድባ እቲ


ዝሐሸ እንብሎ ብምምራፅ ወይ ድማ ካሊእ… ዝተፈለየ ውፅኢት
ክህበና ዝኽእል ኣንፈት ብምቕማጥ ናብ ተግባር ምእታው የድሊ።
…ዝቐፀለ

መበገሲ ኣወዳድባ መማረፂ-1

Corporate
KM

Industry-1 KM Industry-2 KM Industry-n KM


…ዝቐፀለ

መበገሲ ኣወዳድባ መማረፂ-2

Industry
KM

Factory-1 COE Factory-2 COE Factory-n COE


…ዝቐፀለ

መበገሲ ኣወዳድባ መማረፂ-3


Industry
MIS & Strategic
Planning

Factory-1 KM Factory-2 KM Factory-n KM


expert expert
expert
መጠቓለሊ

 ኣድላይነትን ረብሓን KM ኣብ ትካላት እቲ ቑልፊ ናይ መወዳደርን ተወዳዲርኻ ሰዓራይ

ንምዃን ዘድሊ ሃፍቲ ክነመዕብል ዘኽእል ስራሕ እዩ።

 ካብ ትካል ንብረት ከይስረቕን ከይጠፍእን ስጡም ናይ ሓለዋ መሓውርን ኣሰራርሓ


ምሕደራ ንብረት ይግበር እዩ።ኾይኑ ግን ብቐሊሉ ክንረኽቦ ንዘይንኽእል ሃፍቲ ፍልጠት
ከይጠፍእ ዝተሰርሐ ስራሕ የለን።
 እዚ ከምመበገሲ ዝቐረበ ሃሳብ ኣማዕቢልና ናብ ረብሓ ትካልና ብምውዓል ኣብ ካልኦት
ኣሓት ትካላት’ውን ዘሎ ፀገም ተመሳሳሊ ስለዝኾነ ምሳና ጀሚረን ከማዕብለኦ ተዝግበር
ሓባራዊ ረብሓና እዩ።

You might also like