You are on page 1of 31

South cluster

መመያየጢ ነጥብታት
ሕቶ ቁ 1
• ኣብ ሃገርና ዝጣየሻ ዘለዋ ኢንዱስትሪያል ፓርክታት በዝሒ
ዘለዎ ሓይሊ ሰብ /መንእሰይ ክጠለባ ትፅቢት ይግበር::
• ሕቶ 1- ኣብተን ፓርክታት ዝሰርሑ መናእሰይ እንታይ
ክመስሉ /ከማልኡ ኣለዎም ?
 ብስነ ምግባሮም
 ብክእለቶም
 ብኣታሓሳስብኦም
 ካልኦትን
ሕቶ ቁ 2
• ኣብ ሃገርና ብዝሕ ዝበለ ስራሕ ስኡን መንእሰይ ከም ዘሎ
ዝፍለጥ እዩ ነዚ ስራሕ ስኡን መንእሰይ ናብ ስራሕ ንምአታው
እንታይ ዓይነት ቅድመ ስራሕ ስልጠና( Work readiness
training ) የድለዮም?
ሕቶ ቁ 3
ናይ ስፌት ክዳን ሰራሕተኛታት ውፅኢታዊ ንምኳን እንታይ
ክገብሩ ይግበኦም?
• ብኣንፃር ግዜ ኣጠቃቅማ
• ዉልቃዉን ማሕበራዉን ርክባት
• ብኣንፃር ዉልቃዊ ክእለታት
• ብኣንፃር ዕላማን ዉለቃዊ ዕቤትን
• ለውጢ ኣተሓሳሰባ
ሕቶ ቁ 4
• ናይ ስራሕ ስነ-ምግባር እንታይ ማለት እዩ?
ብኣብነት ጥቀስ
Mekelle and south East Cluster
ሕቶ ቁ 5
• ናይ ስራሕ ዕግበት ታይ ማለት እዩ?
• ገንዘብ Vs ስራሕ ዕግበት
ሕቶ ቁ 6
• ሓደ ናይ ስፌት በዓል ሞያ ሙሉእ ተበግሶ ክገብሮሎም
ዝግባእ ነገራት እንታይ እንታይ እዮም ?
ሕቶ ቁ 7
• ኣብ ስራሕ ቦታ ኮነ ብግሊ ናይ ግጭት መበገሲታት እንታይ
እንታይ’ዮም ?
• ኣብ ኣፈታትሓ እዚ ግጭት ናይ ባዕልና ኣስተዋፀኦ
እንታይ’ዮ?
ሕቶ ቁ 8
• ናይ ሂወት ክህሎት ስልጠና ( life skill training ) እንታይ
ማለት እዩ ንምንታይ ከ ይጠቅም? ምስ ስፌት ስራሕቲ
/ፋብሪካ ሰራሕተኛታት ብምትሕሓዝ ኣብራህርሁ
• Central cluster
ሕቶ ቁ 9
• ባህርያት መናአሰይ ምዝርዛር……………(mind
mapping)
• ናይ ሕብረተሰብ ኣመለኻኽታ አብ መናእሰይ እንታይ ይመስል
? ኣሉታዊን እወንታዊን
ሕቶ ቁ 10
• ምስፍሕፋሕ ኢንዱስትሪያል ፓርክታት ኣብ ምቅናስ ስራሕ
ስእነት ዘለዎ ግደ አንታይ ይመስል? ኣብነት ጨርቃጨርቂ
ብምውሳድ
ሕቶ ቁ 11
• መናእሰይ ኣብ ስፌት ክዳን ንኽቁፀሩ መሰረታዊ ዝኮኑ
ክእለታት እንታይ እንታይ አዮም ?
ሕቶ ቁ 12
• ኣብ ሓደ ቦታ ተረጋጊዕኻ ምስራሕ እንትብሃል እንታይ ማለት
እዩ? መናእሰይ ብኣቃራጭ ንክዓብዩ ምስ ዘለዎም ድሌት
ብምትሕሓዝ
Eastern Cluster
ሕቶ ቁ 13
• ብጉጅለ ምስራሕን ብዉልቀ ምስራሕን ጥቅሙን ጉድኣቱን
ግለፁ
ሕቶ ቁ 14
• ግደ ሓደ ሰራሕተኛ ኣብ ሓደ ፋብሪካ ለዉጢ ኣብ ምምፃእ
እንታይ ይመስል ?
ሕቶ ቁ 15
• ሓይሊ ሰብ ዝጠልብን ( labor intensive )ካፒታል
ዝጠልብን( capital intensive ) ኢንዱስትሪ ምስ ምቅናስ
ስራሕ ስእነት እንታይ ይመስል?
ሕቶ ቁ 16
• መሰረታዊ ናይ ገንዘብ ኣተሓሕዛ ክእለታት ግለፁ ? ንምንታይ
ከ ይጠቅም ?
• western and North western cluster
ሕቶ ቁ 17
• ኣብነታዊ ምኻን እንታይ ማለት እዩ ? ኣብ ሂወትኩም ኣብነት
ዝኾነኩም ሰብን ባህርያቱን ስርሑን ግለፁ ?
ሕቶ ቁ 18
• ናተይነት ስምዒት እንታይ ማለት እዩ ? ከመይ ምምዕባል
ይከኣል ?
ሕቶ ቁ 19
• ዕላማ እንታይ ማለት እዩ ?
• ከመይ ከ ይቅረፅ ?
• ትልሚ ማለት ከ ? ምስ ዓላማ ዘለዎም ርክብ
ሕቶ ቁ 20
• ድሕሪ ስልጠና ኣብ ተሳተፍቲ ትፅቢት ዝግበሩ ነገራት
ኣብራህርሁ
 ብኣመላኻኽታ
 ፍልጠት
 ክእለት
ሕቶ ቁ 25
• ትካላዊ ውፅኣታዉነት
ሕቶ ቁ 21
• ባህሊ ስራሕ ኣብ መናእሰይና እንታይ ይመስል ?
ሕቶ ቁ 22
• መሰልን ግዴታን ኣብ ስራሕቲ ስፌት
ሕቶ ቁ 23
• መሰረታዊ ናይ ግዜ ኣጠቃቅማ ክእለታት
ሕቶ ቁ 24
• ግቡእ ኣጠቃቅማ ሃፈቲ
Ways forward

• Training methodologies to deliver the training

You might also like