You are on page 1of 26

Paradigm Shift & cash flow

quadrant
ንነገራት ዘለና ኣጠማምታ • ሰባት መናበሪ ኣትዊኦም
ኣተሓሳስባ ርድኢት ዝመፀሉ መንገዲ እንፈልየሉ
ሜላ እዩ።
ኣብ E Quadrant
 ዝበዝሕ ናይ ዓለምና ህዝቢ ዝርከበሉ ክፋል እዩ።

 ባህልና ኾነ ናይ ኣተዓባብያ ስርዓትናን ናይ ትምህርቲ ፖሊሲና በርቲዕና


ተማሂርና ናይ ሃፍታም ሰብ ኣገልገልቲ ክንኾን ይቐርፁና።

 ንዕስራ ዓመታት ብዙሕ ገንዘብ ጉልበት ጻዕሪ ወፂኡልኻ ትምሃር


ብልተኽኣለካ ፅቡቕ ውፅኢት ተምፅእ እ ሞ cv ሒዝኻ ልቖፅረካ ድርጅት
ኣለሻ ኸርተት ትብል።
40 ዓመት ትለፍዕ እሞ ጡረታ ክትወፅእ ትፅበ።
ኣብ S Quadrant
 ሰባት ኣገልጋሊ ሰባት ምዃን እንትመሮም፣ ለፊዖም ናይ ሰባት ሃብቲ ከምዘዕብዩ ኣብ ባዕሎም ዝመፅእ
ለውጢ ከምዘየለ ምስ ተረድኡ፣ ናብ s quadrant ይመፅኡ።

 ኣብዚ ዘርፊ እዚ ሰባት ናይ ባዕሎም ንእሽትይ ትካል ከፊቶም ንምንቅስቓስ ይሙክሩ።

 እዚ ስራሕ ዋላ ሰባት ንኣለሻ ለውጢ ይእተዉዎ እምበር ዕረፍቲ ብዘይብሉ ኩሉ ሓላፍነት ባዕሎም
ክዋፅኡ እንትፍትኑ እታ ዝደለይዋ ነፃነት ዝገደደ ትርሕቕ።

 ሓደ ጎበዝ ናይ ምግቢ በዓል ሞያ ብሞይኡ ንክሰርሕ ንእስ ዝበለት እንዳ ምግቢ ከፊቱ እንትንቀሳቐስ
ባዕሉ ኮኮ ባዕሉ ሒሳብ ተቖፃፃሪ ባዕሉ ባዕሉ ማናጀር ባዕሉ ሰራሕተኛ ሓላፊ ይኾን እሞ ካብ ሞይኡ
እናወፀ ነቲ ዝኸፈቶ ስራሕ ናብ ኪሳራ የእትዎ። ፎትይዎ ዝሰርሖ ዝነበረ ግደትኡ ይኾኖ እሞ ሞይኡ ናብ
ምጽላእ ይኣትው።

 ኣብዚስራሕ ባዕልኻ ሙሉእ ሓላፍነት ስለትወስድ ዝኾነ ነገር እንትጎድል ዓማዊል ንዕኻ የማርሩ
ሰራሕትኛታት ንዓኻ ይወቕሱኻ መንግስቲ ንዓኻ ይጥምት ሰዓት እናሰኣንኻ ንቤስብኻ እኹል ግዜ
ኣይህልወካን ነፃነት ሕልሚ ትገብራ።
ኣብ B Quadrant

ኣብዚ ዘርፊ ሰባት ዓበይቲ ናይ ቢዝነስ ትካላት


ከፊቶም ዘንቀሳቕስሉ ክፍሊ ስራሕ እዩ።
ኣፈላላይ ፡
ኣብ s-quadrant ሰባት ነቲ ትካል እንትሰርሑ ፥
ኣብ B-quadrant ግን እቲ ትካል ንዕኦም ይሰርሐሎም።
ኣብ I Quadrant

ኽንድዚ ዝኣክል ገንዘብ ኣፍሲሰ ድሕሪ ኽንደይ ግዘ ኽንደይ


ኮይኑ ይመፀኒ?
 ኣብዚ ዘርፊ እዚ ቢዝነስ ንምጅማር ብጣዕሚ ብዙሕ ካፒታል የድሊ።

 ካብ መጀመሪ ካፒታል ብተወሳኺ እቲ ካፒታልና ክሳብ ዝወልድ መንቀሳቐሲ


ሃፍቲ ክህልወና ኣለዎ
 ኣዋፃኣይነቱ ንምርግጋፅ ዓብይ ተሞክሮን ልዑል ትምህርትን ይሓትት።
ስራሕ ምቕያር quadrant ምቕያር ኣይኮነን
ሰባት ቅድሚ ሐዚ ብዝሰርሕዎ ስራሕ ተማሪሮም ካሊእ ስራሕ ምስቀየሩ ብ ሓድሽ ስርሖም
እውን ከይዓገቡ ምምራሮም እንትቕፅሉ ሰሚዕኹም ትፈልጡ ዶ?

 ዋላ ተለፋዕኹ ኣስራሒየይ ኣየመስግነንን።

 ጠንኪረ ይሰርሕ ግን ለውጢ የብለይን።

 ኸዚ ተመሊሰ ሓዱሽ ሞያ ምተምሃርኩ ምሐሸኒ ነይሩ ግን ግዜይ ሓሊፉ እዩ።

 ስርሐይ መፅልኢ እዩ፣ ሓላፍየይ መፅልኢ እዩ፣ በቃ ሂወት መፅልኢት እያ።(ወዘተ)


E Quadrant ኣተሓሳስባታት
 ቖፂሩ ከስርሐኒ ልኽእል ድርጅት እየ ልደሊለኹ።
 ኣብ ናይ ሰራሕተኛ መደብ ዘሎ ሰብ ዝእልሾ ነገር ውሕስና እዩ።

 ኣብ ሓደ ትካል ዋላ መማሓዳሪ ኹን ምስቲ ኣብ ታሕቲ መደብ ፅሬት


ዝሰርሕ ዘሎ ሰብ ዘመሳስለካ ነገር ክልቴኤኻ ንሃፍታም ተሀፍትምለኻ
ካብ ምዃን ብተወሳኺ ክልቴኤኻ ከይባረር ኣብ ዝብል ስግኣት ኢኻ
ትነብር።

እዞም ሰባት ዝእልሽዎ ጥቕማ ጥቕሚ ኣበል ጡረታ ወዘተ እዩ።


S Quadrant ኣተሓሳስባታት
“ብትኽክል ክስርሐልካ ተደሊኻ ባዕልኻ ስርሓዮ”
ናይ ከምዚኦም ዝበሉ ሰባት ዋና ድሌት ባዕልኻ ናይ ምእዛዝ ነፃነት እዩ።

 ኣብዚ መደብ ዝርከቡ ሰባት ብስርሖም ኹሩዓት እዮም። እቲ ስርሖም ካብኦም ንላዕሊ
ማንም ክሰርሖ ከምዘይኽእል እዮም ዝሓስቡ ።ስለዚ ንእሽተይ ስራሕ እንትኸፍቱ ኩሉ
ሓላፍነት ባዕሎም ክቆፃፀሩዎ እዮም ዝደልዩ ስለዚ ኣብዘይሞዮኦም ኣትዮም
እንትፍትፍቱ ይርከቡ።

 ብትኽክል እንትርአ ግን ኣብ ባዕልሎም ካብ ዘለዎም እምነት ብላዕሊ ኣብ ሰባት ዘለዎም


ጥርጣረ ይዓቢ ።

 ብሕብረት ብምስራሕ ኣይኣምኑን ስለዚ ብሕብረት ብምስራሕ ዝርከብ ጥቕሚ


የምልጦም።
ናይ B Quadrant ኣተሓሳስባታት
“ን ጉጅለይ ዝምጥኑ ብሉፃት ሰባት እየ ዝደሊ”
 ብሕብረት ሰሪሕንናብሕብረ ት ንምዕብይ ዝምጥኑ ሰባት እየ ናብ ጉጅለይ ክኣትዉ ዝደሊ

 ኣብዚ መደብ ዝርከቡ ሰባት ሕልሞም ግዚያዊ ጥቕሚ ዘይኮነስ ንወሎዶታ ትክሰግር
ዝኽእል ዕቑር ሃብቲ ምጥራይ እዩ።

 እዞም ሰባት እዚኦም ካ ብዘሮ ተበጊሶም ኣብትቲዝደልይዎ ሰገነት ዓወት ዝበፅሑሉ


ምኽንያት ዓበይቲ ሕልምታት ተሓንጊጦም ስለዝብገሱ ንብሕብረት ብምስራሕ ዝበለፀ
ከምዘዐውቱን ስለዝኣምኑ እዩ።

 ኣብ ጉጅልኦም ዝእክብዎም ሰባት ብስራሕ ዝኣምኑን ኣብ ሙይኦም ቶም ዝበለፁን


እዮም።
)

Henery ford (ford company)


Jack ma ( ali baba business group)
ኣበይ መደብ ኣለኻ?

ካብ ውሽጥኻ ክትህፍትም
ተደሊኻ/ኺ ስራሕ ዘይኮነስ መደብ
ቐይር!!!
ናይ FORD ርእሲ
 ሓደ ጋሪ ጥራሕ ምዝዋር ዝኽእል ሰብ ኣብ ፎርድ መኪና መዘወሪ ወንበር ከፍ ስለ ዝበለ ጥራሕ ናይ FORD
ዘዋሪ ኣይኮንን።

 ናይ ford ዘዋሪ ንምኳን ኽእለት ሞያ ልዕሊ ኹሉ ድማ ናይ FORD መኪና ዝዝውር ሰብ ኣተሓሳስባ


ክህልዎ ኣለዎ።

 ካብ ሓደ quadrant ናብ ካሊእ quadrant እንትንቕይር ስራሕ ጥራሕ ዘይኮነስ ኣተሕእሳስባናን


እምነታትናን እውን ንቲ እንደልዮ መደብ ብዘድሊ ክንቕይሮ ኣለና።

 እንድሕር ክንዕወት ደሊና ናይ ዕውታት ሰባት ኣተሓሳስባ ክንላበስ ኣለና።

ድኻ ርእሲ ሒዝኻ ሃፍታም ክትኾን ምፅባይ ዕሽነት እዩ።


ምፅዓር ጥራሕ ኣየሀፍትምን።
Robert kiyosaky
ኔት ዎርክ ማርኬቲንግ እንታይ እዩ?

• ኔት ዎርክ ማርከቲንግ ብሓፂሩ እንትግለፅ ትካልት


ምህርትታተን ኣገልግሎታተንን ሚልዮናት
• ዶላራት እናፍሰሳ ኣጉል ብዝኾነ መንገዲ ካብ ትካላተን
ዘፋልጣ ነቲ ምህርተን ወይ ግልጋሎተን ተጥቒሞም
• ፈትዮምዎ ንኻልኦት ንዘካፍሉ ዓማዊለን ትርፊ ዘካፍላሉ
ዘመንናዊ መንገዲ ዕዳጋ እዩ።
1. ትኽክለኛ ናይ ቢዝነስ ትምህርት ቤት
• 3 ዓይነት ትምህርትታት ኣለዉ
I. ናይ ቀለም ትምህርቲ ምፅሓፍ ምንባብ ስልሒታት
የምህረና።
II. ናይ ሙያ ትምህርቲ ከመይ ገይርኻ ጠንኪርኻ ተማሂርኻ
ንሰብ ክትሰርሕ ከምዝዘለካ የምህረካ።
III. ናይ ቢዝነስ ትምህርቲ ከመይ ጌርኻ ቐርሺ ንዓኻ ክሰርሕ
ትገብሮ የምህረካ።
2. ኽእሎታት ህይወት
• ዓርሰ እምነት
• ስኽፍታ ምጥፋእ
• ናይ ምርድዳእ ኽእለት
• ኣጠቓቕማ ግዜ
• ፍርሕኻ፣ጥርጣረ ፣ሕፍረትኻ ተወግደሉ ስራሕ እዩ
3. ሕልምኻን እምነትኻን ዝካፈሉ መሓዙት
• ብመሰረት ፅንዓታት ሓደ ሰብ ምስ ናይቶም ቀንዲ 5 መሓዙቱ
ደረጃ ናብርኡ ይመስል።
• መን ምዃንኻ ክነግረካ. . .

• ኣብ ኔትዎርክ ማርኬቲንግ ትረኽቦ ካብ ዝተፈላለ የሙያ


ዝፍአላለየ ድሕረ ባይታ ዘለዎ ግን ድማ ኩሉ ንለውጢ
ንዕብየት ዝተሰለፈ ጉጅለ እዩ።
4.ዓቕሚ መራሕነትኻ ተዕብየሉ
• ብሕልምኻ ናተመራሕኻ ልምዲ ካብ ዘለዎም ኣፕላይነራትካ
ናተምሃርኻ ብኔትዎርክ ማርኬቲንግ መሕእዙትኻ
ናበርታዕኻ ኣብ ውሽጥኻ ዘሎ ዓቕሚ መራሕነት ተግዝፎ።

• መራሒ ኾንኻ መራሒ ከፍርዩ ዝኽእሉ መራሕቲ ምፍራይ !!


5. ብውሑድ ካፒታል ኣብ ትርፊ ሰዓትኻ እናሰራሕኻ ናይ
ኢኮነሚ ነፃነትኻ ምርግጋፅ
• ኔትዎርክ ማርኬቲንግ ብዉሑድ መበገሲ ቐርሺ ዝጅመር
ቢዝነስ እዩ።
• ኣብ ትርፊ ሰዓትኻ ብጉጅለኻ እናተሓገዝኻ ሰሪሕኻ ካብ
ተወሳኺ ኣታዊ ክሳብ ወናኒ ትካል ኾይንኻ ኣብ ሓፂር ግዜ
ኢኮነምያዊ ነፃነት ትእውጀሉ ቢዝነስ ምዃኑ ፍልይ የብሎ።
6. ተዓፃፃፊ ጉልበት ኔትወርክ
• እትምስርቶ ኔትዎርክ ብናትኻ ውስን ፃዕሪ ብፍጥነት ናይ
ምትዕፅፃፍ ሓይሊ ኣለዎ።
• metaclfe;s law
V = N2
• ኩሉ ኣብ ኔትዎርክ ዘሎ ሰብ ናይ ባዕሉ ኔትዎርክ በዓል ዋና
እዩ።
7. ዓበይቲ ሕልምታትን ክተግህደሉ እትኽእለሉ
ትኽክለኛ ዕድል
• መጠን ሕልምኻ መጠን ዓቕምኻ የርእይ።
• ኣብ ኔትዎርክ ማርኬቲንግ ዝሰርሕ ሰብ ክንዲ ደስ ዝበሎ
መጠን ዕብየት ሕልሚ ተሃለዎ ከግህደሉ ዝኽእል ዕድል ኣብ
ኢዱ ኣለዎ።
ክሳብ መኣዝ ብፍርሕኻ

ትግዛእ?

You might also like