You are on page 1of 2

ትንተናዊ ምፍታሕ ፀግም፡ ካብ ብዙሓት ምንጭታትን ካብ ቢዝነስ መስርሕ ምግምጋምን ዝተኣከበ

ሓበሬታ ብምትርጓም ሕፅረት ቑፅፅር፣ ተውሳኺ እሴት ዘይብሎም ዕማማትን ካልኦት ንብቕዓት
መስርሕ ዝፀልው ክፍተታት ምልላይ/ምፍላይ።

ካብ ብዙሓት ምንጭታት ( ዴታቤዛት፣ቃለመሕትት ካልኦት ኣማራፂታትን )ብምጥቓም ሓበሬታ ምእካብን


ምትርጓምን ከምኡውን ምኽረ ሓስብ ምቕራብ።

ምስ ሓደሽቲ መግለፂ ተክኖሎጂ ብቐረባ ምስራሕ፣ክፍተታት ምልላይን ንጥፈታት ምዕባለ ተክኖሎጂ


ብምፍፃምን ህሉው ኩነታት ዓቕሚ ተክኖሎጂ ምምሕያሽ።
ምህዞ፣ምዕባለ ተክኖሎጂን ምትግባርን ሓደሽቲ ኣገልግሎት ምዕባለ መስርሕ ባህሊ ዋሕዮታት
የተኣታትው።
ኣብ ምምራፅ ፣ ምትእትታው ምፅዳቕን ምክትታልን ሓደሽቲ መሳሪሕታትን ማተሪያላትን
ምትሕብባር።
ካብ ኣካየድቲ ስራሕ ክሳብ ልዑል ተክኒካዊ ኣማኸርቲ ምስ ዝዝተፈላለዩ ጉጅለታት ምስራሕን ጉዳያት
ምትሕልላፍን፣ ንጥፈታት ምውዳብን ተክኒካዊ ኣማራፂታት ናብ ንግዳዊ ፍታሕ ምትርጓምን።
ፀብፃብ ገምጋም የዳሉ፣ ፍልልያት ይትንትን፣ንመመሓየሺ ዝኸውን ምኽረሓሳብ የቕርብ።
መስርሕ ተክኖሎጂ ይፈጥር፣ ዋሕዚ ስራሕን ወሳኒ መንገዲ ውፅኢታትን ይትንትንን ከምዘሎ ብወግዒ
ይስንድ።
ቴክኒካዊ ገምጋማት ይመርሕን ኣብ ዝተፈላለዩ ፕሮጀክትታት ምዕባለ ቴክኖሎጂ ኣንፈት ይህብን።
ስታቲስቲካዊ ኣገባባት ተጠቒምካ ናይ መስርሕ ዓቕሚ ምስናድን ምርግጋፅን።
ሓደሽቲ ፍርያትን ኣሰራርሓታትን ስትራተጂካዊ ትልሚ ህንፀት ዓቕሚ ተክኖሎጂ ንምፍፃም ዘኽእል
መደባት ምዕባለ ተክኖሎጂ ምጅማርን ምምራሕን።
ኣብ ውሽጢ እቲ ኢንዱስትሪ ንዘሎ ደረጅኡ ዝሓለወ ምዕባለ ተክኖሎጂ ኣብ ስርሓትን ዕላማታትን
ቢዝነስ ዘለዎ ፅልዋ ቐፃሊ ክትትል ምግባር።
ምስ ኢንዳስትሪ ማኑፋክቸሪንግን ኦፕሬሽንን ጉጅለ ብምትሕብባር ድሌታት ምዕባለ ቴክኖሎጂ ናብ
ማኑፋክቸሪንግ ብሓላፍነት ንምውህሃድ፣ ኣብ ሓደሽቲ ንብረት ወይ መሳርሒ ምትእትታው ንምትኳር
ስትራተጂካዊ መስርሕ ንግዲ ምምዕባል።
ጠለብ ስልጠና ምግማትን ድልየታት ኢንዱስትሪታት ንምምላእ ትልሚ ምድላውን።
ሓዱሽ ምምዕባል ሞጁል ስልጥና፥ ብምትሕብባር ዝምልከተን ኢንዳስትሪታት ትካልን ክፍሊ ስልጠናን
ዕላመታት ስልጠና፥ ሓፈሻዊ ዝርዝር ስርዓተ ትምህርቲ ፣ ፓኬጃት ናውቲ ስልጠናን መምርሕታትን
ከምኡድማ መዕቐኒ ገምጋምን የማዕብል።
ሓዱሽ ሞጁል ምክላስ፥ ዝተዳለው ሓደሽቲ ሞጁላት ምክላስ ምድጋፍ፣ ተክኒካዊ ገምጋም ናይቲ
ሓዱሽ ሞጁል ምክያድ፣ ናይቲ ሓዱሽ ሞጁል ጥልቐት ዓቕሚ ምግምጋምን ዝተመሓየሸ ናይ
መምሃሪን ስልጠናን ናውቲ ፓኬጅ ምድላው።
መደባት ስልጠናን ምዕባለን ምስድሌታት ናይቲ ዝቕየር ዘሎ ቢዝነስ ዝዛመዱ ምዃኖም ንምርግጋፅ
ምግምጋምን ምዕቓንን።
ናይ ስልጠና ማተሪያላት ብሞያውን መሳጥን ብዘነቓቕሕ መንገዲን ምቕራብ።
ድሕሪ ስልጠና ብናይ ተሳተፍቲ ግብረ መልሲን ናይ ስራሕ ኣፈፃፅማን ምግምጋም።
ምስ ውሽጣውን ግዳማውን መዳርግቲ ኣካላት ብዛዕባ ክፍላውን ኣብ ምንጎ ክፍልታትን ዝግበር
ናይስልጠና ተበግሶታት፣ ኣምር ፕሮግራምን ሜላታትን ስልጠናን ምዝታይ።

You might also like