You are on page 1of 19

ኣጠማምታ -

Paradigms

ጥሪ 2014 ዓ/ም
መቐለ
1
ናይ ምሕሳብን
ምምሃር ከይዲ
(way of
thinking and
learning)

ናይ ህልውና ናይ ምውዳብ
ከይዲ (way of ከይዲ (way of
existence) organizing)
ኣጠማምታ
-
Paradigms

ናይ ምዃን ናይ ምፍጣር
ከይዲ (way of ከይዲ ( way of
being) creating)

2
Einstein

“problems couldn’t be solved with the same


level of consciousness that created them
in the first place. Perhaps we need to access
a new stage of consciousness, a new
worldview, to reinvent human organizations.”

3
ትኹረት ኣጠማምታ
ግላዊ

ንቕሓት (ባዕላዊ፣ (ወድዓዊ፣ ቁሳዊ፣


ኣእምሯዊ) ሚዛናዊ፣ ባህሪ )

I IT
ውሽጣዊ ግዳማዊ
WE ITS
(ሓባራዊ (ልምምድ፣
ትርጉም፣ መዋቕር፣
ዓላማ፣ ባህሊ ከይዲ፣
) ሲስተም)

ሓበራዊ
4
… ኣጠማምታ

5
ለውጢ ኣጠማምታ - Paradigm
Shift ኣመንጫዊነ
ምትእስሳ ት 5

ፈፃሚነት ር 4

ስዓብነት
3

ግብታዊነ
2

ት 1 ?

? ዝምልሶ ሕቶ

ዓብላላይ ኣተሓሳስባ

 ዘመዝግቦም ዓወታት
/ፈጠራታት
6
ኣጠማምታ - ግብታዊነት

◉ ካብ ተፈጥሮ ነፃ ምውፃእ ሕቶ ዝመለሰ


◉ ኣነነት ዝፈጠሮ ፍርሒ ዓብላላይ ግደ
◉ ግብታዊ ሓይሊ
◉ ኣካላዊ ጥንካረ ዋና መዐቀኒ
◉ ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ጥራሕ ዘትኲር
◉ ፈጠራታት እዚ ኣጠማምታ
 መቐሎ ዕዮ: ናይ ኣነነት-ኣፈላላይ ዝፈጠሮ ናይ ስራሕ ክፍፍል
 ስልጣን: ግብታዊ ሓይሊ ዝፈጠሮ ናይ ትእዛዝ ስልጣንን
7
ኣጠማምታ - ሰዓቢነት

◉ ናይ ምርግጋዕ (Stability) ሕቶ ዝመለሰ፣ ስርዓት፣ ርግኣትን ተገማታይነትን


ባህጊ ዓብላሊ ዝኾነሉ
◉ ተኸታልነት፣ ማ/ሰባዊ ኽብሪ ዓብላላይ ግደ
◉ ማሕበረ-ሰባዊ ሕግታትን ትኽክልን ስሕተትን ናይ ሞራል መነፅራት ጎሊሆም
ዝረኣይሉ
◉ ምትላምን ምትግባርን ዝተነፃፀሉ: ምሕሳብ ኣብ ላዕሊ፣ ምትግባር ኸዓ ኣብ
ታሕቲ
◉ ቁፅፅር ዝዓብለሎ - ሰራሕተኛታት ህኩያት እዮም፣ ቁፅፅር እንተዘይተጌርሎም
ኣይሰርሑን
◉ ፈጠራታት እዚ ኣጠማምታ 8
ኣጠማምታ -
ፈፃሚነት/ምኽንያታዊነት
◉ ናይ ምዕባይ (growth) ሕቶ ዝመለሰ
◉ ዓርሰ-ኣነነት (ዓርሰ-መንነት) ብምዕባዩ ዓርሰ ብልሕነት (ታለንት) ናይ ምግላፅ
ባህጊ
◉ ኣድማዕነት ንናይ ሞራል ሕግታት ተኪኢዎ
◉ ብቕዓት ንሹመት፣ ተዋረዳዊ ቀፀላታት ተኪኡ
◉ መተባብዒ መሳርሕታት (incentives) ምጥቃም፣ ውድድር ዘለሉ
◉ ዓበይቲ ፈጠራታት እዚ ኣጠማምታ
 ምህዞ
 ተሓታትነት
 ብቕዓት ቤሮክራሲ (meritocracy)
9
ኣጠማምታ - ምትእስሳር
/ኣሳታፋይነት
◉ ካብ ምዕዋት ድሌት ብዝዘለለ ምስ ካልኦት ናይ ምትእስሳርን ሰባት ናይ
ምድማፅን ባህግታት ዝዕብልለሉ
◉ ኩሎም መነፅራት ክድመፁን ክካተቱን ኣለዎም ዝብል እምነት ኣለዎ
◉ ምትእስስራት (relationships) ካብ ውፅኢት(outcome) ንላዕሊ ዋጋ
ይውሃቦም
◉ ስምረት ዘለዎ ምትእስሳር ናይ ምፍጣር ዓላማ
◉ ፈጠራታት እዚ ኣጠማምታ
 ናይ ኣኽኣልነት ኣካይዳ (empowerment)
 ሓባራዊ ባህሊን ኣነቓቓሒ ዕላማ (shared culture and purpose)
 ምክታት ዝተፈላለዩ ሰብ እጃም (stakeholder perspective) 10
ኣጠማምታ - ኣመንጫዊነት
/ሙሉእነት
◉ ናይ ኣነነት ፍርሕታት ምግራሕ ዝካኣለሉ ኩነተ-ኣእምሮ
◉ ናይ ህይወት ብርካተ (abundance of life) ምእማን ዘኽእል ዓቕሚ ዝፈጥር
◉ ህይወት ከም ናይ ፍልቀታዊነት ጉዕዞ ዝርእይ
◉ ካብ ጉድለት-ተኮር ኣጠማምታ ናብ ጥንካረ-ተኮር ኣጠማምታ ምስጋር
◉ ኣካላዊ፣ ስምዒታዊ፣ ኣእምሮዊ፣ ቴክኒካዊ፣ ስነ-ልቦናዊ መንነቶም ብሙሉእነት
ዘንፀባርቕሉ
◉ ፈጠራታት እዚ ኣጠማምታ
 ናይ ሰባት ዓርሰ-ምሕደራ (self management) ዓቕሚ
 ሙሉእነት ሂወት ምንባር (wholeness)
11
... ኣጠማምታ
ሸነኽ ግብታዊነት ስዓብነት ፈፃሚነት/ምኽንያታዊ ምትእስሳር ኣመንጫዊነት
(1.0) (2.0) ነት (3.0) (4.0) (5.0)
ኣነነት ኣነነት ኣፈላላይ ማሕበርሰባዊ ዝልዓለ ዓርሰ-ኣነነት ዓርሰ-ምርመራ ስግረ-ኣነነት (ህልውና)
/መንነት ዝጅምርሉ ክብሪ /መንነት /ዓርሰ-ብልሕነት
ትኹረት ትኹረት-ኣልቦ ሕሉፍ (habitual) ዳታ (ego-system) መስተጋብራዊ/ውሽጣ ዝፈልቕ መፃኢ (eco-
(ፍርሒ፣ ግብታዊ ዊ (relational) system)
ሓይሊ)
ንቕሓት ጥንቆላ ስነ-ሃይማኖት ስነ-ሓሳብ ስነ-ልቦና ድራመተርጂካል
ብልሕነት ደመ-ነፍሳዊ ስምዒት/ተግባራዊ ሓሳብ /ኣእምሯዊ ዓርሰ-ምርመራዊ ፈጠራዊ ብልሕነት
/ብልሕነት ስምዒት
ሓይሊ/ዓቕ ጉልበት ሕጊ/ስርዓት ሓሳብ/ብቕዓት ምትእስሳር ፈጠራ

ዓለማዊ ፀሊም ወይ ዘይቀያየር ሕጊ ኣመክንዮ ( ሰባት ዓርሰ-ምርመራዊ ምንጨታዊ(ኣካላዊ፣
ምልከታ ፃዕዳ ብምኽንያት ዝምርሑ (ሰባት ስምዒታውያን ስምዒታዊ፣
እዮም)/ጉዕዛውነት እዮም) ኣእምሮዊ፣ ስነ-ልቦናዊ
ውህደት ) 12
... ኣጠማምታ
ሸነኽ ግብታዊነት ስዓብነት ፈፃሚነት ምትእስሳር ኣመንጫዊነት
(1.0) (2.0) /ምኽንያታዊነት (3.0) (4.0) (5.0)
ለውጢ ግብታዊ ዓለም - ሓሳብ ዝገርሖ ለውጢ ምትእስሳር ፈጠራ
ቀዋሚት /ትልሚ
ፍሉይነት ተዋረድ ዕዳጋን ውድድርን መስተጋብርን ሓባራዊ ስምሪት
ድርድርን
ናይ ስልጣን ጉልበት ካብ ላዕሊ ተዋረድ ኣብ ወድዓዊ ስራሕ መስተጋብራዊ ዝምድና ሓብራዊ ፈጠራ
ምንጪ /ሹመት መሰረት (ዕውትነት (ፅዕንቶ ፈጣሪነት) ዝምድና (co-
/ውፅኢት ተኮር) creative
relationship)
መሪሕነት Community Authoritarian Incentives ( Carrots) Participative Co-creative
(Sticks) (Norms) (Collective
Presence)
ትካል ደመ-ነፍሳዊ ሕጋዊ ቁፅፅር ኣበረታታዒ ህንፃዊ ኣመንጫዊ
(regulative) (remunerative/ (constructive (Generative
incentive) (ኢንጂነሪንግ) /discursive) /Creative) 13
... ኣጠማምታ
ሸነኽ ግብታዊነ ስዓብነት ፈፃሚነት ምትእስሳር ኣመንጫዊነት
ት (1.0) (2.0) /ምኽንያታዊነት (3.0) (4.0) (5.0)
ሃፍቲ መሬት ዝፍጠር ብሓባር ዝፍጠር ብቐፃሊ
ዝፍጠር
ኢኮኖሚ ሃደን ሕርሻ ኢንደስትሪ ኢንፎርሜሽን ውህደት
ስርዓት /ዲጂታላይዘሽን
ሞዴል - ፕሪ- ኒውቶንያን፣ ኣይንስታይን፣ ኳንተም
ፐርስፔክቲካ ዲተርሚኒስቲክ ምትእስሳር፣ ኮምሌክስ
ል ስርዓት ዳይናሚክስ
ተምሳሌት ተኹላ ስራዊት ማሽን ቤተ-ሰብ/መረብ ሂወት/ህያው
ፍጥረት
ማሕበረሰ ቀቢላ ምድረ- ሃገር ስግረ-ሃገር ዓለምለኻዊ
ባዊ ትካል ነገስት ምትእስሳራት 14
... ኣጠማምታ
ሸነኽ ግብታዊ ስዓብነት ፈፃሚነት ምትእስሳር ኣመንጫዊነት
ነት (2.0) /ምኽንያታዊነት (4.0) (5.0)
(1.0) (3.0)
ቀላሲ ዘፈር First sector: Second sector: Third sector : Fourth sector:
Public Private Social cross-sector
collaboration
ዓብላላይ Economies of Economies of Economies of Economies of
ናይ ቁጠባ scope: scale: horizontal networks: presencing: spiral
ርትዒ Vertical Integration circular integration
Integration integration
ዓላማ Control over Profit and Eco-system Eco-system
ቢዝነስ entire value shareholder domination stewardship
chain value
15
... ኣጠማምታ
ሸነኽ ግብታዊ ስዓብነት ፈፃሚነት ምትእስሳር ኣመንጫዊነት
ነት (2.0) /ምኽንያታዊነት (3.0) (4.0) (5.0)
(1.0)
ትምህርቲ ስርዓት - Authority and Outcome centered: Student Entrepreneurial
input centered: testing driven centered: Centered: Co-
teacher driven Learning driven creating driven
ጥዕና ስርዓት - Authority and Outcome centered: Patient centered: Citizens centered:
input centered: managed care need driven wellbeing driven
Institution driven driven
ምድማፅ - Downloading Factual Empathic Generative
/Listening /habitual
ምምያጥ Conforming Debate Dialogue Collective
/Conversing creativity

16
መጠቓለሊ

◉ ኣተሓሳስባና ብዘለና ኣጠማምታ ስለዝቕነ


◉ ስለዚ ቅድሚ ቅድሚ ኹሉ ኣበየናይ ብርኪ ኣጠማምታ
ንሓስብ/ንትግብር ከምዘለና ምስትብሃል የድሊ
◉ እዚ ንምስትብሃል ከም ግለሰብ/ማሕበረሰብ
○ ምንጪ ሓቂ፣ ዓቕሚ/ስልጣን
○ ዓለማዊ ምልከታ “ሰብ”
○ ሃፍቲ
◉ ባህጊታትና (ደሕንነት፣ ምዕባለ፣ ስምረት፣ ሓርነት)ንምግሃድ
ዘኽእል ኣጠማምታ ምውሳን፣ ምዕሳል 17
መወከሲታት - References

[1] Reinventing Organizations, Frederick Laloux, 2014


[2] Essentials of Theory, Otto Scharmer, 2018
[3] Leading from the emerging future, Otto Scharmer and katrin Kaufer, 2013
[4] Integral theory, K. Wilber,

18
የቐንየለይ!
?

19

You might also like