You are on page 1of 11

ትልሚ ንግዲ ስራሕ /Business plan/

• ናይዚ ኢንተርፕራይዝ ኣጠቃላሊ መረዳእታ

• 1.1 ሽም ኢንተርፕራይዝ፡- ዮወሃንስ ገ/መድህን ናይ ገዛን ቢሮን ኣቅሑት መፍረይ ውልቀ ኢንተርፐራይዝ

1.2 አድራሻ፡- ክልል፣ ትግራይ ዞባ ምብራቕከተማ/ወረዳ፣ ሓውዜን ቀበሌ/ጣብያ፣ 02 ናይ ገዛ ቁፅሪ


- ፣ ስልኪ ቁፅሪ 0942648190 ፋክስ ቁፅሪ. - ኢ.ሜይል -

1. 3. እዚ ኢንተርፕራይዝ ክዋፈሮ ዝሓሰቦ ዘርፊ


ስራሕ፡- ማኑፋክቸሪግ

1.4 ብርኪ ዕብየት እዚ ኢንተርፕራይዝ፡-


ንእሽተይ ጀማሪ/ካሊእ

1.5 እዚ ኢንተርፕራይዝ ዝተዋፈሮ ዓይነት


ስራሕ፡-፡-ናይ ሓፂንን ዕንጨይቲን ስራሕ

ፍልፍል ፋይናንስ

 መበገሲ ካፒታል 110000 ብር ኾይኑ

 ካብዚ ውሽጢ እቲ 110000 ብር ናይ ባዓል ሃፍቲ ካብ ዕቋር ዝተረኸበ እንተኾን

 ዝተረፈ -----ብር ካብ ስድራቤት ብዘይ ወለድ ዝተረኸበ ልቃሕ እዩ፡፡

1 ናይ ኢንተርፕራይዝ ትልሚ ዕዳጋ

1.1. ናይ ኢንተርፕራይዝ ናይ ሽዱሽተ ወርሒ ትልሚ መሸጣ


ሰደቃ 1.1 ፡- መርአይ ትልሚ መሸጣ

ናይ ሓደ ዋጋ ጠቅላላ ዋጋ
ተ.ቁ ዓይነት ምህርቲ መዐቀኒ በዝሒ መብርሂ
ብር ሳን ብር ሳን

ናይ 6
1 ኪችን ካብኔት ብቁፅሪ 3 15000 00 30000 00
ወርሒ

2 ቡፌ ብቁፅሪ 3 12000 00 36000 00

3 ማዕፆ/በሪ ብቁፅሪ 6 3000 00 18000 00

4 ጠረጴዛ ብቁፅሪ 6 2500 00 15000 00

5 ቁምሳጥን ብቁፅሪ 3 5000 00 15000 00

6 ሶፋ ብቁፅሪ 3 10000 00 30000 00

7 ሸልፍ ብቁፅሪ 6 2500 00 15000 00

8 ባር ካውንተር ብቁፅሪ 3 15000 00 45000 00

9 ፓርቲሽን/ንባንኪን../ ብቁፅሪ 3 4000 00 12000 00

10 ኮምፒውተር ቴብል ብቁፅሪ 6 2500 00 15000 00

11 ወንበር ብቁፅሪ 6 800 00 4800 00

12 ዓራት ብቁፅሪ 3 4000 00 12000 00

ድምር 51 262800 00

2.ትልሚ ፍርያት ወፃኢናይ ኢንተርፕራይዝ

2.1 ናይ ሽዱሽተ ወርሒ ትልሚ ፍርያት ወፃኢ

ሰደቃ 2.1 መርአይ ናይ ሽዱሽተ ወርሒ ትልሚ ፍርያት/ወፃኢ ሰደቃ

ተ.ቁ ምህርቲ ፍርያት መለክዒ በዝሒ ናይ ሓደ ወፃኢ ጠቅላላ ወፃኢ መብርሂ


ብር ሳን ብር ሳን

1 10000 00 30000 00 ናይ 6
ኪችን ካብኔት ብቁፅሪ 3
ወርሒ

2 ቡፌ ብቁፅሪ 3 9000 00 27000 00

3 ማዕፆ/በሪ ብቁፅሪ 6 2500 00 15000 00

4 ጠረጴዛ ብቁፅሪ 6 2500 00 15000 00

5 ቁምሳጥን ብቁፅሪ 3 4000 00 12000 00

6 ሶፋ ብቁፅሪ 3 7000 00 21000 00

7 ሸልፍ ብቁፅሪ 6 2500 00 15000 00

8 ባንኮኒ ብቁፅሪ 3 12000 00 36000 00

9 ፓርቲሽን ብቁፅሪ 3 3000 00 9000 00

10 ኮምፒውተር ቴብል ብቁፅሪ 6 2000 00 12000 00

11 ወንበር ብቁፅሪ 6 500 00 3000 00

12 ዓራት ብቁፅሪ 3 4000 00 12000 00

ድምር 0 00

2.2 ፍርያት መሸጢ ዋጋ ምንፃር፡-

-መሸጢ ዋጋ እንትንፀር ቀጥተኛ ወፃእታት ማለት ናይ ጥረ ኣቅሓ ዋጋ፣ ቀጥታ ግልጋሎት ብተግባር ክህቡ ንዝዋፈሩ
ሰራሕተኛታት መሃያ፣ ካልኦት ናይ ስራሕ መካየዲ ወፃእታትን ትርፍን ዕዳጋ መሸጢ ዋጋ ኣብ ግምት ብምእታው መሸጢ
ዋጋ ይወፅእ፡፡

2.3. ናይ ሽዱሽተ ወርሒ ናይ ጥረ ኣቅሓ ድልየት/ጠለብ/

ሰደቃ 2.3 መርአይ ናይ ሽዱሽተ ወርሒ ናይ ጥረ ኣቅሓ ድልየት/ጠለብ


ናይ ሓደ ዋጋ ጠቅላላ ዋጋ
ተ.ቁ ዓይነት ጥረኣቅሓ መዐቀኒ በዝሒ መብርሂ
ብር ሳን ብር ሳን

1 mdf/ንጣውላ ዝትክእ ብቁፅሪ 30 500 00 30000 00 ናይ 6 ወርሒ

2 ኮፐርሳቶ ብቁፅሪ 27 125 00 68000 00

3 ችፑድ ብቁፅሪ 9 100 00 1800 00

4 ዕንፀይቲ(መዐሸጊ) ብቁፅሪ 24 100 00 5000 00

5 ዕንፀይቲ(ለገጥ) ብቁፅሪ 24 100 00 5000 00

6 ኮላ ኪ.ግ 12 115 00 2600 00

7 ሚስማር ኪ.ግ 18 25 00 1000 00

8 ጨርቂ ብሜትሮ 21 5 00 150 00

9 ስፖንጅ ብቁፅሪ 21 4 00 150 00

10 ቀለም ብኪ.ግ 45 125 00 11000 00

11
2.3.1 ፍልፍልን ቐረብን ጥረ ኣቅሓ፡-

• ካብ ፋብሪካ

• ካብ ጅምላ ኣከፋፈልቲ

• ካብ ቸርቸርቲ

2.4 ትልሚ ቋሚ ንብረት

ሰደቃ 2.3 ፡- መርአይ ዘድሊ ቋሚ ንብረት

ቋሚ ኣቅሓ ናይ ሓደ ዋጋ ጠቅላላ ዋጋ

ተ.ቁ ዓይነት ቋሚ ንብረት መዐቀኒ በዝሒ መብርሂ


ሐዚ ክዕደግ
ብር ሳን ብር ሳን
ዘሎ ዝተተለመ

1 ካተር ማሽን ብቁፅሪ 1 1 11000 00 11000 00

2 ናይ ቁም ድሪል ብቁፅሪ 1 1 0

3 ገይፃመይፂ መውፅኢ ብቁፅሪ 1 1 0


ማሽን

4 ግሬንደር ብቁፅሪ 1 1 8000 8000

5 ሳንደር ብቁፅሪ 0

6 ኮምፕርሰር(ቀለም ብቁፅሪ 0
መቅብኢ)

7 ሞዶሻ ብቁፅሪ 3 3 200 00 600 00

8 መጋዝ ብቁፅሪ 7 7 250 00 1750 00

9 ካቻቪቴ ብቁፅሪ 4 4 300 00 1200 00

10 ሳላ ቱሩሽ ብቁፅሪ 1 1 10000 10000

ድምር 0

2.4.1 ፍልፍልን ቐረብን ቋሚ ንብረት፡-


• ካብ ፋብሪካ

• ካብ ጅምላ ኣከፋፈልቲ

• ካብ ቸርቸርቲ

• ከምኡውን ካብቲ ከተማ/ወረዳ ወፃኢ ዝኾኑ

ኣካላት

2.5 ትልሚ ቀጥተኛ ንሓይሊ ሰብ ዝወፅእ ወፃኢ

ሰደቃ 2.4 ፡- መርአይ ትልሚ ቀጥተኛ ንሓይሊ ሰብ ዝወፅእ ወፃኢ

ዝኽፈሎ መጠን ገንዘብ


መብርሂ
ተደላይ ትምህቲ ደረጃን
ተ.ቁ ናይ ስራሕ ግደ በዝሒ ብወርሒ ኣብ 6 ወርሒ
ስራሕ ልምድን
ብር ሳን ብር ሳን

1 ዋና ስራሕ መካየዲ(ባዓል ዋና) ዲግሪ ብአካውንቲንግ 1 1700 00 10200 00

2 ናይ ዕንፀይቲ ባዓል ሞያ(ቋሚ) 10 ይ ክልተ ዓመት 1500 00 9000 00


1
ልምዲ

3 ረዳት ናይ ዕንፀይቲ ባዓል ሞያ 10 ይ ክልተ ዓመት 1400 00 8400 00


1
(ቋሚ) ልምዲ

4 ናይ ዕንፀይቲ ባዓል ሞያ 12 ተ ክልተ ዓመት 1200 00 7200 00


1
(ኮንትራት) ልምዲ

5 ቀለም ቀባኢ(ኮንትራት) 9 ይ ክልተ ዓመት ልምዲ 1 1000 00 6000 00

ድምር 40‚800 00

መብርሂ:- እዚ ኢንተርፕራይዝ ውፅኢታዊ ክኸውን እንተኾይኑ ሓደ ሰራሕተኛ ብመዓልቲ እንተነኣሰ ሸሞንተ ሰዓት
ከምኡውን ኣብ ሰሙን ሽዱሽተ መዓልቲ ክሰርሕ ይግባእ::

2.6 ኻልኦት ንስራሕ መካየዲ ዝወፁ ናይ 6 ተ ወርሒ ወፃእታት

ሰደቃ 2.5 ፡- ኻልኦት ወፃእታት

t.ቁ ›YnT wÉx! ናይ ወፃኢ m-N መብርሂ


BR ሳን

1 ናይ መስርሒ ቦታ ኪራይ 0 00

2 ቀጥተኛ ዘይኮነ ናይ ሰራተሕኛ ወፃኢ 1000 00

3 ናይ ትራንስፖርት 1000 00

4 ማይ 240 00

5 መብራህቲ 1‚500 00

6 ፅገና 1‚800 00

7 ስልኪ 1‚800 00

8 ካልኦት ናይ ስራሕ መካየዲ ወፃእታት 1000 00

9 ናይ እርጋን ተቀናሲ ወፃኢ(32550*20%) 6510 00

ድምር 14850 00

2.7 ናይ ፍርያት ወፃእታት /Production Cost/

ሰደቃ 2.6፡- መርአይ ፍርያት ወፃእታት

ተ.ቁ ዓይነት ወፃኢ ናይ ወፃኢ መጠን መብርሂ


ብር ሳን

1 ንጥረ ኣቅሓ 104000 00

2 ቀጥተኛ ናይ ሰብ ሓይሊ 40800 00

3 ንስራሕ መካየዲ 20000 00

ጠቅላላ ናይ ምህርቲ ወፃኢ 0 00 ናይ 6 ወርሒ

4. ናይዚ ኢንተርፕራይዝ ትካላዊ ኣወዳድባ

ስእሊ 4.1 ትካላዊ ኣወዳድባ

ረ ዳ ትባዓ ል ሃ ፍ ቲ
ናይ ናይ ቀ ለም
ና ይ ዕን ፀ ይ ቲ ዕን ፀ ይ ቲ
ባዓ ል ሞ ያ ዕን ፀ ይቲ ባዓ ል
ቀ ባኢ
(ቋ ሚ ) ባዓ ል ሞ ያ (ኮን ( ኮን ት
ሞያ ትራት) ራት)
(ቋ ሚ )
5. ናይ -------- ገዛን ቢሮን ኣቅሑት መፍረይ ውልቀ ኢንተርፕራይዝ ትልሚ ቅድመ ምህርቲ ተግባር መርሃ ግበሪ

ሰደቃ 5.1፡- መርሃ ግብሪ

ናይ ተግባር መርሃ ግብሪ /ብሰሙን/


ተቁ ተግባራት
ናይመጀመርያ ራብዓይ ሰሙን
ኻልኣይ ሰሙን ሳልሳይ ሰሙን
ሰሙን

1 ትልሚ ንግዲ ምድላው

2 መስርሒ ቦታ ምምራፅን ምክራይን

3 ዝሰርሐሉ ንግዲ ምምዝጋብ /ፍቃድ ምውፃእ

4 ሕቶ ልቃሕ ምቅራብ

5 መሳርሕን ኣቅሑትን ዘቅርቡ ኣካላት ምዝርራብ

6 ናይ ስራሕ ቦታ ምትዕርራይ፣ ምምልኻዕን ናይ


ምፍላጥ/ምልላይ/ ስራሕቲ ምትግባር

7 መሳርሕታትን ኣቅሑትን ዕድጊት ምፍፃም

8 መገልገሊ ኣቅሑትን መሳርሕታትን ምትእትታውን


ምውዳብን ፣

9 ቁፃር ሰራሕተኛ ምፍፃም

10 ጥረ ኣቅሑት ዕድጊት ምፍፃም

11 ፈተነ ፍርያት ምክያድ

6. ናይዚ ኢንተርፕራይዝ ፋይናንሳዊ ትልሚ


ናይ ባዓል ዋና ሃፍቲ ብልቃሕ ዝርከብ
ትልሚ ካፒታል ድምር
ብር ሳን ብር ሳን

ኢንቨስትመንት ካፒታል

ንስራሕ ቦታ መዳለዊ 00 0

ንቋሚ ንብረት ዕድጊት (ሰደቃ 4.3) 32550

ንፍርያት ዝወፁ ወፃእታት

ቀጥተኛ ንሰራሕተኛ ደመወዝ/ውዕሎ ኣበል 40800 00

ጥረ ኣቅሓ 104000 00

ናይ ስራሕ መካየዲ ወፃእታት 20000

 ቀጥተኛ ንዘይኮነ ደመወዝ/ኣበል 0

 ክራይ 0

 ፅገና 1800

 መብራህቲ 1500

 ማይ 240

 ስልኪ 1800

 ትራንስፖርት
1000

6510 1000
 ናይ መሸጣ ወፃኢ

 ናይ እርጋን ተቀናሲ

ድምር 203860 00 7340 00 211200

መግለፂ፡- (ፍልፍል ፋይናንስ)

• ካብ ኣጠቃላሊ መበገሲ ካፒታል 110000 ብር ውሽጢ ዝተረኸበ እዩ፡፡


6.2 መግለፂ ሽዱሽተ ወርሒ ትርፍን ኪሳራን

6.2.1 ናይ ፍርያት ወቅቲ (ዝሽፍኖ ግዜ):- ካብ የካቲት 1---ዓ/ም - ሓምለ 30 ----- ዓ.ም.

6.2.2 መግለፂ ትርፍን ኪሳራን

መሸጣ (ሰደቃ 3.1)

ካብ ፍርያት መሸጣ ዝተረኸበ ኣታዊ 262800

እንትቅነስ

ቀጥተኛ ናይ ጥረ ኣቅሓ ወፃኢ 104000

ቀጥተኛ ናይ ሰብ ሓይሊ ወፃኢ 40800 = 118000

ጠቅላላ ትርፊ 262800

እንትቅነስ

ቀጥተኛ ዘይኾነ ወፃኢ (ሰደቃ 2.5) = 14850

ዘይተፃረየ ትርፊ 118000

እንትቅነስ

ናይ ወለድ ተኸፋሊ 0

ናይ ትርፊ ግብሪ 23940

ዝተፃረየ ትርፊ 94060

You might also like