Professional Documents
Culture Documents
Lð{ð]qU qMBXoñ
cÿÃöU
ይ
ን5 ‹ÏDï
መጽሓፍ ተማሃሮ
Copyright © Ministry of Education 2010.
ISBN: 99948-1-287-4
መEተዊ
ክቡራት ተማሃሮ EንቋE በዚ ናይ 5ይ ክፍሊ መጽሓፍ ቍጽሪ
ክትመሃሩ ኣብቅዓኩም። Eዛ መጽሓፍ ቍጽሪ Eዚኣ በዚ ሓድሽ
ስርዓተ-ትምህርቲ ዝኽተሎ ንተማሃራይ ዘማEከለን ኣሳታፊን
ኣገባብ ተኸቲላ ተዳልያ ቀሪባ ኣላ። Eዚ ኣገባብ Eዚ ከኣ
ተማሃሮ ኣብ መስርሕ ትምህርቲ ብንጥፈት ክዋስ Uን ርEሰ
ተኣማንነት ክተማEብሉ ግድላት ብሜላን ብልሓትን ክትፈትሑ
ተመራመርትን ተባላሓትን ክትኮኑን ዝሕግዝ Eዩ።
iii
መወዳEታ ነፍሲ ወከፍ ምEራፍ Eቲ ዝድለብ ብቕዓት
ዘጨብጡን ዝድህስሱን መጠቓለሊ ሕቶታት ተዋሂቦም ኣለው።
v
6.5 ምምቃል ጕዚ --- --- --- --- --- --- --- --- --- 83
7. Eሽር --- --- --- --- --- --- --- --- --- --- --- --- 88
7.1 ዓድታት Eሽር --- --- --- --- --- --- --- --- 88
7.2 ምቕማር Eሽር --- --- --- --- --- --- --- --- 97
8. መAቀኒታት --- --- --- --- --- --- --- --- --- --- 109
8.1 ንውሓት --- --- --- --- --- --- --- --- --- --- 109
8.2 ክብደት --- --- --- --- --- --- --- --- --- --- 112
8.3 ፈሰስቲ --- --- --- --- --- --- --- --- --- --- --- --- 114
8.4 ግዜ --- --- --- --- --- --- --- --- --- --- --- --- 116
8.5 ብራኸን ሙቐትን --- --- --- --- --- --- --- --- 120
9. ጆOመትሪ --- --- --- --- --- --- --- --- --- --- --- 124
9.1 ሕንጻጻትን ኵርናዓትን --- --- --- --- --- --- -- 124
9.2 ኵለንተናዊ ማEረ ዝኾኑ ቅርጽታት --- --- --- --- 128
9.3 ጆOሜትሪካዊ ቅርጽታት --- --- --- --- --- --- --- 134
10. ዙርያን ስፍሓትን --- --- --- --- --- --- --- --- 141
10.1 ዙርያን ስፍሓትን ቅኑE ርቡE ኵርናE --- --- --- 141
10.2 ስፍሓት ስሉስ ኵርናE --- --- --- --- --- --- --- 147
10.3 ዙርያን ስፍሓትን ዓንኬል --- --- --- --- --- --- 151
11. ስፍሓት ገጻትን ቅጺን ናይ ደረቅ ቅርጺ --- --- --- 161
11.1 ግዳማዊ ስፍሓት --- --- --- --- --- --- --- --- --- 161
11.2 ቅጺ --- --- --- --- --- --- --- --- --- --- --- 164
12. ምምዝጋብን ምምስራሕን ሓበሬታ --- --- --- --- 169
12.1 ምEካብን ምምዝጋብን ሓበሬታ --- --- --- --- --- 169
12.2 ማEከላይ ገምጋማት --- --- --- --- --- --- --- --- 177
12.3 ተኽEሎታት --- --- --- --- --- --- --- --- 179
vi
ምEራፍ 1
ምቍጻርን ምጽሓፍን ክሳብ ዓዲ1:000:000:000
ትጽቢት ዝግበረሎም ውጽIታት ምህሮ
ኣብ መወዳEታ ናይዚ ምEራፍዚ:
ሀ) ክሳብ ዓዲ ቢልዮን ዝበጽሑ ቍጽርታት ትጽሕፉን ተንብቡን:
ለ) ክሳብ ዓዲ ቢልዮን ዝበጽሑ ቍጽርታት ተወዳድሩን:
ሐ) ምሉኣት ቍጽርታት ክትድምሩን ክተጕዱልን:ትጽቢት
ይግበረልኩም።
2 4
3
1 6
5
7 8
1
ተ.ቁ ዓይነት መኪና ዋጋ ብናቕፋ
1 ኒሳን 850:000
2 ቶዮታ ፒክ ኣፕ 600:000
3 ቶዮታ ኮረላ 500:000
4 ላንድ ኩረዘር 900.000
5 ቮልክስ ዋገን 450:000
6 መርሰደስ 300:000
7 ናይ ገጠር ኣውቶቡስ 1:000:000
8 ናይ ከተማ ኣውቶቡስ 1:200:000
7 0 9 4 3 2 8
ሀ)
ለ)
ሐ)
መ)
3
ረ)
7 8
5
3
6 1
2
4
7. ነዞም ዝጎደሉ ቍጽርታት ምልEዎም።
3000000 5000000 9000000
8500000
7000000 7400000 8000000
7700000
105678 8000000
305678 6500000
505678
8900000
5000000
9800000
1505678 3500000
5
10. ነዚ ዝስEብ ሰንጠረዥ ምልEዎ።
ቍጽሪ ዓዲ ዓዲ ዓዲ ዓዲ ዓዲ ዓዲ ዓ
ሚል ሚEቲ ዓሰርተ ሽሕ ሚE ዓሰር ዲ
ዮን ሽሕ ሽሕ ቲ ተ ሓ
ደ
2754026
980534
3 0 8 4 5 1
547046
7956028
7 2 9 0 1 3
6
14. ነዞም ዝስEቡ ብዝናኣሰ ጀሚርኩም ናብ ዝዓበየ ስርEዎም።
100:800: 900:999: 1:031:000: 99:999: 234:568
7
1.2 ምድማርን ምጕዳልን
ንጥፈት 1.2
1. ንኣዜብ ኣሞኣን ሓትነኣን 2325 ናቕፋ ንቐለባ 905 ናቕፋ
ድማ ንኽዳናን ጥራዛን Iለን ሂበናኣ። ኣዜብ ካብ ኣሞኣን
8
4. ነዞም ዝስEቡ ኣጕድሉ።
ሀ) 304600 ለ) 213040 ሐ) 5000
-175951 - 85965 - 3897
128649
መ) 10042 ረ) 304606 ሰ) 74001
- 3756 - 294785 - 65899
ንጥፈት 1.3
መጠቓለሊ ሕቶታት:
1. ስIቦም ዝመጹ ቍጽርታት ጽሓፉ ።
ሀ) 7000: 8000: 9000: ______: _______: _____
ለ) 9979: 9989: 9999: ______: ______: ______
ሐ) 7896: 8896: 9896: ______: ______: ______
መ) 80000: 90000: _______:________:_______
10
ምEራፍ 2
ምርባሕን ምምቃልን
2.1 ምርባሕ
ንጥፈት 2.1
1. ኣሕመዲን ካብ ጀርዲኑ 124 ካሴታ ድንሽ ረኺቡ። ሓንቲ
ካሴታ 56 ኪሎ ግራም ትሕዝ። ንሓደ ኪሎ ድንሽ ብ15
ናቕፋ Eንተ ሸይጡ:
ሀ) ኣሕመዲን ክንደይ ኪሎ ድንሽ ረኺቡM
ለ) ኣሕመዲን ካብ ሽያጥ ድንሽ ክንደይ ረኺቡM
ኣብርሀት ብኸምዚ ዝስEብ መሊሳቶ።
ሀ) 124 ለ) 6944
× 56 × 15
744 34720
620 6944
6944 104,160
ኣሕመዲን 6944 ኪ.ግ. ኣሕመዲን ካብ ድንሽ 104,160
ድንሽ ረኺቡ። ናቕፋ ረኺቡ።
ኣብረሀት ቅኑEዶ
11
ኣላM
2. ኣብራሃም 25 ካሴታ ድንሽ ንሓደ ኪሎ ብሕሳብ 28 ናቕፋ
ገዚEዎ። ሓንቲ ካሴታ 85 ኪሎ ግራም ትምዘን።
ኣብራሃም ክንደይ ከፊሉM
ኣራንሽ ኣራንሽ
ድንሽ ድንሽ
ኣድንሽ
2.2 ምምቃል
ንጥፈት 2.2
1. ሚኒስትሪ ትምህርቲ ኣብ ዓመተ ትምህርቲ 2006/2007
ን124 1ይ ዝወጹ ተማሃሮ መተባብI ብልጫ ዝውEል ዋጋ
105:400 ናቕፋ መጻሕፍቲ ኣፍቂዱ። ሓደ ተማሃራይ ዋጋ
105400 ÷ 124
992 850
620
620
===
13
2. 4824 ናቕፋ ን 24 ሰባት ከክንደዮም ይበጽሖምM
14
6. ነዞም ዝስEቡ ስርሑ።
ሀ) 450 ÷150 ለ) 7200 ÷180 ሐ) 1344 ÷24
መ) 1728 ÷ 32 ረ) 576 ÷ 23 ሰ) 984 ÷13
ሸ) 3125 ÷ 25 ቀ) 4900 ÷ 70 በ) 2448 ÷ 24
ንጥፈት 2.3
1. ነዞም ዝስEቡ ሕውስዋስ ተግባራት ስርሑ።
ሀ) (120 ÷ 4 ) × 6 = 30 × 6
= 180
ሕውስዋስ ተግባራት ኣብ ንሰርሓሉ ግዜ መጀመሪታ ኣብ
ሓጹር ዘሎ ንሰርሕ።
ለ) ( 240 ÷ 6 ) × 15 ሐ) ( 24 × 6 ) ÷18
መ) 25 × ( 240 ÷ 6 ) ረ) (480 ÷ 8 ) × 13
ሰ) ( 9 × 36 ) ÷ 12 ሸ) 120 ÷ (420 ÷ 7 )
15
3. ነዞም ዝስEቡ ሕውስዋስ ተግባራት ስርሑ።
ሀ) 36 - (3 × 4) = 36 - 12
= 24
ለ) ( 420 ÷ 6 ) × 12 ሐ) ( 24 × 6 ) ÷18
መ) 250 - (300 ÷ 6) ረ) (480 ÷ 8) × 13
ሰ) (9 × 36) - 15 ሸ) (420 ÷ 7) - 56
በ) 360 ÷ (18 - 6) ተ) (24 + 6) ÷ 5
3 × 4 = 12 ጨራሩ ኣለዋ።
3ን 4ን ናይ 12 ረቛሕቲ ይበሃሉ።
12 ከኣ ናይ 3 ን 4 ን ርባሕ ይበሃል።
ምኽንያቱ 12 ÷ 3 = 4 ከምUውን 12÷4 = 3
16
2. መምህር ቀጺለን ንተማሃሮAን ኩሎም ናይ 12 ረቛሕቲ
ንኽጽሕፉ Eዮ ክፍሊ ሂበነOም።
ኣደም: ብኸምዚ ዝስEብ ኣገባብ መሊስዎ።
12 = 1 × 12
12 = 2 × 6
12 = 3 × 4
ስለዚ: 1 : 2 : 3 : 4 : 6 : 12 ናይ 12 ረቛሕቲ Eዮም።
12 ድማ ናይ 1 : 2 : 3 : 4 : 6ን 12ን ርባሕ Eዩ።
2 : 3 : 4 ናይ 24 ረቛሕቲ Eዮም።
24 ድማ ናይ 2 : 3 : 4 ርባሕ Eዩ።
15 : 17 : 18 : 19 : 21 : 26 : 27 : 29 : 31 :
37 : 42 : 51 : 59 : 61: 63
18
ንጥፈት 2.5
ሀ)
1 ×3 = 3 2 ×3 = 6 3 ×3 = 9
3 × 4 =12 3 × 5 =15
3 : 6 : 9 : 12 : 15 ናይ 3 ርባሕ ይበሃሉ።
19
4. ነዞም ዝስEቡ ቍጽርታት ረቛሕቶም ጽሓፉ።
ሀ) 3 ለ) 11 ሐ) 17 መ) 23 ረ) 5 ሰ) 31
20
ብፕራይም ቍጽርታት ምርቛሕ
ንጥፈት 2.6
1. ነዞም ዝስEቡ ቍጽርታት ብፕራይም ቍጽሪ
ርቝሕዎም።
ሀ) 12 = 2 × 2 × 3 ለ) 27 = 3 × 3 × 3
ሐ) 36 መ) 24 ረ) 45 ሰ) 42
ሸ) 72 ቀ) 121 በ) 56 ተ) 100
6 8 27
መ) 72
ረ) 100 ሰ) 40
36
50 8
18
4
25
9
21
ዝዓበየ ናይ ሓባር ረቛሒ
ንጥፈት 2.7
1. ናይ 6ን 9ን ዝዓበየ ናይ ሓባር ረቛሒ ርኸቡM
ሀ) በርሀ ብኸምዚ ዝስEብ ሰሪሕዎ።
ናይ 6 ረቛሕቲ = 1 : 2 : 3 : 6
ናይ 9 ረቛሕቲ = 1 : 3 : 9
ናይ 6ን 9ን ናይ ሓባር ረቛሕቲ = 1 : 3
ስለዚ ናይ 6ን 9ን ዝዓበየ ናይ ሓባር ረቛሒ = 3
ናይ 12 ረቛሕቲ = 1 : 2 : 3: 4 : 6 : 12
ናይ 18 ረቛሕቲ = 1 : 2: 3 : 6 : 9 : 18
22
ለ) Eድሪስ ብኸምዚ ዝስEብ መሊስዋ።
ናይ 12 ፕራይም ረቛሕቲ = 2 × 2 × 3
ናይ 18 ፕራይም ረቛሕቲ = 2 × 3 × 3
23
ዝሓጸረ ኣገባብ ኣረኻኽባ ዝዓበየ ናይ ሓባር ረቛሒ
ተመልከቱ።
24
2. ናይ 12ን 18ን ዝናኣሰ ናይ ሓባር ርባሕ ርኸቡ።
ዘይነብ ብኸምዚ ዝስEብ መሊሳቶ።
12 ብፕራይም ክርቛሕ = 2 × 2 × 3
18 ብፕራይም ክርቛሕ = 2 × 3 × 3
25
ናይ 24: 27: 36 ዝናኣሰ ናይ ሓባር ርባሕ ርኸቡ።
ሀ) መሓመድ ብኸምዚ ዝስEብ ሰሪሕዎ።
ናይ 24 ፕራይም ረቛሕቲ = 2 × 2 × 2 × 3
ናይ 27 ፕራይም ረቛሕቲ = 3 × 3 × 3
ናይ 36 ፕራይም ረቛሕቲ = 2 × 2 × 3 × 3
ዝናኣሰ ናይ ሓባር ርባሕ = 2 × 2 × 2 × 3 × 3 × 3
= 216
ለ) 3ይ ኣገባብ:
ፕራይም ረቛሕቲ 24 : 27 : 36 2
12 : 27 : 18 2
6 : 27 : 9 2
3 : 27 : 9 3
1 : 9 : 3 3
1 : 3 : 1 3
1 : 1 : 1 1
ናይ 24 : 27 : 36 ዝናኣሰ ናይ ሓባር ርባሕ:
= 1 ×2 × 2 × 2 × 3 × 3 × 3
= 216
26
ሓይልን ሱርን
ንጥፈት 2.9
1. ነዞም ዝስEቡ ረቛሕቲ ብሓይሊ መልክE ጽሓፉ።
ሀ) 2 × 2 × 2 × 2 = 24
ለ) 3 × 3 × 3 × 3 × 3 × 3 =
ሐ) 7 × 7 × 7 × 7 × 7 =
መ) 21 × 21 × 21 × 21 × 21 × 21 × 21 =
ረ) ከ × ከ ×ከ ×ከ =
2. ነዞም ዝስEቡ ረቛሕቲ ብሓይሊ መልክE ጽሓፉ።
ሀ) 2 × 2 × 2 × 3 × 3 × 3 × 3 = 23 × 34
ለ) 7 × 7 × 7 × 7 × 7 × 6 × 6 × 6 =
ሐ) 15 × 15 × 15 × 23 × 23 × 23 =
መ) 10 ×10 × 10 × 11 × 11 × 12 × 12 × 12 × 12 =
27
5. ናይዞም ዝስEቡ ርባሕ ርኸቡ።
ሀ) 23 × 52 = 2 × 2 × 2 × 5 × 5 = 8 × 25 = 200
ለ) 32 × 52 ሐ) 53 × 22 መ) 23 × 72
ረ) 93 × 22 ሰ) 24 × 53 ሸ) 26 × 72
6. ነዞም ዝስEቡ ስርሑ።
ሀ) ለ × ለ = 9 : Eንተኾይኑ “ ለ “ ክንደይ EዩM
ኑራ ብኸምዚ ዝስEብ ጌራ ሰሪሓታ።
ለ × ለ = 9
ለ ×ለ = 3 × 3
ለ = 3
ለ) ሐ × ሐ = 4 : Eንተኾይኑ “ ሐ “ ክንደይ EዩM
ሐ) ሰ × ሰ = 16 : Eንተኾይኑ “ ሰ “ ክንደይ EዩM
መ) ረ × ረ = 25 : Eንተኾይኑ “ ረ “ ክንደይ EዩM
ረ) በ × በ = 36 : Eንተኾይኑ “ በ “ ክንደይ EዩM
ሰ) መ2 = 49 : Eንተኾይኑ “ መ “ ክንደይ EዩM
28
9 ናይ 81 ሱር ትርብIት ይበሃል።
9 × 9 = 9 2: 92 ድማ ሓይሊ ይበሃል።
ንኣብነት: በ2 = 81 Eንተኾይኑ:
በ = 81
በ = 9×9
በ = 9
ሀ) 64 = (2 × 2) × (2 × 2) × (2 × 2 )
= 2 × 2 ×2
= 8
ለ) 100 ሐ) 49 መ) 16
ረ) 121 ሰ) 225 ሸ) 169
29
ንጥፈት 2.10
መጠቓለሊ ሕቶታት:
30
5. መሓመድ 10:000:000 ናቕፋ ሒዙ ናብ Eዳጋ ወሪዱ።
120 ኣቡUር ነፍሲ-ወከፎም ብ7:000 ናቕፋ: 532 ጠለ-በጊE
ነፍሲ-ወከፈን ብ450 ናቕፋ Eንተ ገዚU ክንደይ ይተርፎM
31
ምEራፍ 3
Eኩብ
ትጽቢት ዝግበረሎም ውጽIታት ምህሮ
ኣብ መወዳEታ ናይዚ ምEራፍዚ:
ሀ) ናይ ክልተ Eኩባትን ልEሊUን ናይ ሓባር Eኩብን
ሕብረት Eኩብን ትረኽቡ።
ለ) ናይ ዝኾነ Eኩብ ንUሳት Eኩባት ክትረኽቡ
ትጽቢት ይግበረልኩም።
ሀ =
ለ =
መ =
ሰ =
32
ዝርዝር ኣስማቶም ብምጽሓፍ: ነዞም ዝስEቡ Eኩባት
ርኸቡ።
ረ = ናይ Eኩብ “ሀ” ን “ለ” ን ናይ ሓባር Eኩብ።
ቀ = ናይ Eኩብ “መ” ን “ሰ” ን ናይ ሓባር Eኩብ።
ሸ = ናይ Eኩብ “ሀ” ን “ሰ” ን ናይ ሓባር Eኩብ።
ተ = ናይ Eኩብ “ሰ” ን “ለ” ን ናይ ሓባር Eኩብ።
ነ = ናይ Eኩብ “ሀ” ን “መ” ን ናይ ሓባር Eኩብ።
ለ) ቀ = {1: ወ: 6: ቀ: 2: መ}
በ = {መ: 2: በ: 8: ቀ}
ሐ) መ = {3: 0: ለ: መ: 6: 1}
ረ = {በ: ከ: ወ: ነ: 5: 9}
መ) በ = {4: 6: 8: 2: 1}
ሰ = {1: 6: 4: 2: 8}
33
3. ነዞም ዝስEቡ Eኩባት ተመልከቱ: ኣስማቶም ብምጽሓፍ:
ሀ =
ለ =
ሐ =
መ =
ሰ =
34
4. ነዞም ዝስEቡ Eኩባት ተመልከቱ:
ሰ = Eኩብ ናይ ደቂ ኣንስትዮ መማህራን ኣብ ቤት
ትምህርትኹም።
ቀ = Eኩብ ናይ ደቂ ተባEትዮ መማህራን ኣብ ቤት
ትምህርትኹም።
ሰ ∪ ቀ = _______________________
35
ሀ) Eኩብ ናይ Eንስሳታት ዘቤት።
ለ) Eኩብ ናይ Eንስሳታት ዘገዳም።
ሐ) Eኩብ ናይ ሳEሪ ዝበልU Eንስሳታት ዘቤት።
መ) Eኩብ ናይ ስጋ ዝበልU Eንስሳታት ዘቤት።
ረ) Eኩብ ናይ ኣብ መሬትን ማይን ዝነብሩ Eንስሳታት።
ሰ) ሓሙሽተ መሓውር ዘሎዎም Eንስሳታት።
3. ሀ) ዘ = {ሀ: ነ: በ}
ናይ ዘ ንUስ Eኩባት ርኸቡM
{ ሀ }: { ነ}: { በ } በዓል ሓደ ኣባል ንUስን
Eኩባት።
36
{ሀ: ነ}: { ሀ: በ}: {ነ: በ } በዓል ክልተ ኣባላት ንUስ Eኩባት
{ሀ: ነ: በ } በዓል ሰለስተ ኣባላት ንUስ Eኩብ።
{ } ባዶ Eኩብ
ለ) በ = { ስኒት: ዛህራ:ዓሊ:ናድያ }
Eኩብ በ ክንደይ ኣባላት ኣለዉዎM
ናይ በ ንUሳን Eኩባት ክንደይ Eዮም።
ሐ) { ✈ ∆ ☼ } መ) ♣ ♥
{ ♦ }
ንጥፈት 3.3
መጠቓለሊ ሕቶታት:
1. ናይዞም ዝስEቡ Eኩባት ቍጽሪ ኣባላት ጸሓፉ።
ሀ) ሰ = { በርሀ: ስIዳ: ዓሊ: በላይ: Iብራሂም: ሰዓረ }
ለ) መ = {2: 3: 5: 7: 9: 8: 0: 1}
ሐ) በ = Eኩብ ናይ ኩለን ኣብ ቤት ትምህርትኹም
ዘለዋ ደቂ ኣንስትዮ መማህራን።
መ) ቀ = Eኩብ ናይ ኩሎም ቋንቋታት ኤርትራ
37
2. ተ = Eኩብ ናይ ኩሎም ሰለስተ ኣEጋር ዘለዎም
Eንስሳታት ዘቤት።
ሀ) Eኩብ “ተ” ክንደይ ኣባላት ኣለዉዎM ስለምንታይM
ለ) ከምዚ ዓይነት Eኩብ Eንታይ ተባሂሉ ይጽዋEM
ሐ) ባዶ Eኩባት ዝኾኑ ሰለስተ Eኩባት ጽሓፉ።
38
{1: 3: 4: 6: 8} {ለ: ዘ: በ: መ}
ረ) {1: 3: 5: 7: 9} ሰ) {9: 8: 6: 4: 3}
{በ: ረ: A: ቀ: ተ} {3: 6: 8: 9: 4}
ሀ) ለ = {5: ረ: 8: 9} ለ) ቀ = {1: 6: ቀ: 2: መ}
ሐ = {ረ: ተ: 8: 3} በ = {መ: 2: በ: 8: ቀ}
ሐ) መ = {3: 0: ለ: መ: 6: 1} መ) በ = {4: 6: 8: 2: 1}
ረ = {በ: ከ: ወ: ነ: 5: 9} ሰ = {1: 6: 4: 2: 8}
39
ምEራፍ 4
Iንቲጀራት (Integers)
ንጥፈት 4.1
1. ሀ) ቍጽሪ ክንቆጽር ካብ ምንታይ ንጅምርM
ለ) 1: 2: 3: 4: 5: 6: 7: 8: 9 … Eናበልና ምስ
ንቆጽር ኣበይ ደው ንብልM
ሐ) 9: 8: 7: 6: 5: 4: 3: 2: 1: Eናበልና ክንቅጽል
ንኽEልዶM
መ) ነዚ ዝስEብ ናይ ሕንጻጽ ቍጽሪ ተመልከቱ።
0 1 2 3 4 5 6 7 8 9 10
Eንታይ ተዓዚብኩምM
40
2. ሰናይት: ዓሊን ዛህራን ጥራውዝቲ ንምግዛE ናብ Eዳጋ
ከይዶም። ሰናይት 5 ናቕፋ: ዓሊ 10 ናቕፋ: ዛህራ ከኣ 15
ናቕፋ ነይርዎም። ነፍሲ ወከፎም ነናይ 10 ናቕፋ ጥራዝ
ገዚOም።
ሀ) ዛህራ ጥራዝ ምስ ገዝAት ገንዘብ ተሪፍዋ’ዶ ወይስ
ጐዲልዋM
ለ) ዓሊ ጥራዝ ምስ ገዝA ገንዘብ ተሪፍዎ’ዶ ወይስ
ጎዲልዎM
ሐ) ሰናይት ጥራዝ ምስ ገዝAት ገንዘብ ተሪፍዋ’ዶ ወይስ
ጐዲልዋM
ዛህራ ጥራዝ ምስ ገዝAት 5 ናቕፋ ተሪፍዋ።
ዓሊ ጥራዝ ምስ ገዝA ዝተሪፎ ወይ ዝጎደሎ ገንዘብ የለን።
ሰናይት ጥራዝ ንኽትገዝE 5 ናቕፋ ጐዲልዋ። ስለዚ 5 ናቕፋ
ተለቂሓ ትገዝE።
Eዚ ኣብ ሕንጻጽ ቍጽሪ ብኸምዚ ይግለጽ።
ሰናይት ዓሊ ዛህራ
-5 0 5
41
ርሳስ ምስ ገዝU: ነስረዲን 2 ናቕፋ ተሪፍዎ: ፋጡማ 1
ናቕፋ ተሪፍዋ: በርሀ ግን ዝተረፎ ገንዘብ የብሉን።
-2 -1 0 1 2
…-4 -3 -2 -1 0 1 2 3 4 …
42
ካብ 0 ንጸጋም ዘለው ኣሉታ Iንቲጀራት Eዮም: ካብ 0 ንየማን
ዘለው ከኣ ኣወንታ Iንቲጀራት Eዮም። 0 ግን ኣወንታ ወይ
ኣሉታ Iንቲጀር ኣይኮነን።
ስለዚ Iንቲጀራት = {… -3: -2: -1: 0: 1: 2: 3: 4: … }
… -4 -3 -2 -1 0 1 2 3 4…
… -5 -4 -3 -2 -1 0 1 2 3 4 5…
-4 -3 -2 -1 0 1 2 3 4
44 6
መጀመርታ ካብ 0 ተበጊሱ ሰለስተ ኣሃዱ ንጸጋም ከይዱ:
ኣብ -3 ከኣ ደው Iሉ።
-6 -5 -4 -3 -2 -1 0 1 2 3 4
-6
መጀመርታ ካብ 0 ተበጊሳ 3 ኣሃዱታት ንየማን ተጓIዛ
ኣብ 3 ከኣ ደው Iላ።
ካብ 3 ተበጊሳ ከኣ 6 ኣሃዱታት ንጸጋም ተመሊሳ ኣብ
-3 ከኣ ደው Iላ። ስለዚ 3 + (-6) = -3
-6 -5 -4 -3 -2 -1 0 1 2 3 4
45
መጀመርታ ካብ 0 ተበጊሱ 3 ኣሃዱታት ንጸጋም ተጓIዙ:
ብምቕጻል ከኣ 2 ኣሃዱታት ንጸጋም ተጓIዙ ኣብ -5 ከኣ
ደው Iሉ።
ስለዚ -3 + -2 = -5
ለ) -23 + 32 = 32 - 23
= 9
ሐ) -97 + (-68) = - (97 + 68)
= - (165)
= -165
መ) 85 - 75 = 10
75 - 85 = -10
46
7. ርባሕ ናይዞም ዝስEቡ Iንቲጀራት ርኸቡ።
ሀ) 4 × (-2) = -8
Eዚ ከኣ (-2) + (-2) + (-2) + (-2) = -8
-2 -2 -2 -2
…-9 -8 -7 -6 -5 -4 -3 -2 -1 0 1 2 3 4 5 …
-8
ሰ) 5 × -6 ሸ) -7 × 8
ቀ) -4 × -3 በ) 9 × -7
ተ) -6 × -8 ቸ) -7 × -7
47
9. ነዚ ዝስEብ ሰደቓ ምርባሕ ምልEዎ።
× 4 -9 -4 -5 -8 -3 11 12
-5 -60
6 24
-8 40
9 -72
-4 -48
-10 30
7 -35
3 12
2 24
48
4.3 ግራፍ
ንጥፈት 4.3
1.ሀ) ሓደ ጋድም ሕንጻጽ ኣብ ጥራዝኩም ስኣሉ።
ለ) ሓደ ትኹል ሕንጻጽ ብማEከል Eቲ ጋድም ዘንጊ ስኣሉ።
ሐ) ክልቲOም ሕንጻጻት ዝራኸብሉ 0 ስመይዋ።
49
ፊደል “ቀ” ዝውክሉ ቍጽርታት (-3: -2) Eዮም። -3 ካብ
ጋድም ዘንጊ ዝተወስደ Eዩ: - 2 ከኣ ካብ ትኹል ዘንጊ
ዝተወስደ Eዩ።
50
4.4 ምንጽብራቕን ምስግጋርን
ለውጢ ብምስግጋር (translation)
ንጥፈት 4.4
1. ሀ) ሃገራዊ ባንዴራ ሰዓት ክንደይ ትስቐልM ሰዓት ክንደይከ
ትወርድM
ለ) ኣብ ምስቃልን ምውራድን ባንዴራ Eንታይ ለውጢ
ርIኹምM
ባንዴራ
ባንዴራ
ቁ1 ቁ2
51
ሐ
ሀ
ዝ
ለ
ቡ
ሐ
ለ
4
•በ 3 •ረ •ሰ
2
1
•ሸ ሀ
-4 -3 -2 -1 -10 1 2 3 4
-2 •ወ
•ቀ ተ
• -3
-4 •ከ
53
ለውጢ ብምንጽብራቅ (Reflection)
ንጥፈት 4.5
1. ናብ መስትያት ገጽኩም ደው በሉ።
ሀ) ምስልኹም ናበይ ይርIM
ለ) ርሳስኩም ብየማናይ Iድኩም ሓፍ ኣብልዎ። Eንታይ
ይረኣየኩምM
ሐ) ብጸጋማይ Iድኩም ጸጋማይቲ Eዝንኹም ሓዝዋ።
Eንታይ ርIኹምM
መ) 1 ሜ ብቅድሚት ካብ መስትያት ርሓቁ። ምስልኹም
ካብ መስትያት ክንደይ ይርሕቕM
54
3. ነዞም ዝስEቡ ቅርጽታት ምስልታቶም ኣብ መስትያት ከመይ
ከም ዝመስል ስIልኩም ኣርEዩ።
ሀ) ቅርጺ መስትያት ምስሊ
መ)
ለ) ሐ)
ረ) ሰ) ሸ)
Z
4. ነዚ ዝስEብ ግራፍ ተመልከቱ።
ትኹል ዘንጊ
ለ
4
3
መ• 2 • ዘ(1, 2)
1
-4 -3 -2 -1
0
1 2 3 4 ሀ (ጋድም ዘንጊ)
-1
• ቀ(-3,- 2) -2 •ሰ
-3
-4
ንጥፈት 4.6
መጠቓለሊ ሕቶታት:
1. ነዞም ዝስEቡ Iንቲጀራት ብ < ወይ = ወይ > ኣወዳድሩ።
ሀ) -8 ___ -9 ለ) -15 __ -13 ሐ) 0 ___-2
መ) -54 ___-16 ረ) 8___-17 ሰ) -10 ___ -29
57
ምEራፍ 5
ቍጽራዊ ሙሉE ሓሳባት
ንጥፈት 5.1
1. ኣብ ሓደ ዓዲ 3564 ጤለ በጊE ኣለዋ። ካብዚኣተን 2147
ኣባጊE Eየን። ቍጽሪ ኣጣል ክንደይ EዩM
ኣልማዝ ብኸምዚ ዝስEብ ሰሪሓቶ።
ድምር ቍጽሪ ጤለ በጊE = 3564
ቍጽሪ ኣባጊE = 2147
ቍጽሪ ኣጣል = መ
ቍጽሪ ኣጣል + ቍጽሪ ኣባጊE = ድምር ቍጽሪ ጤለ በጊE
መ + 2147 = 3564
መ + 2147 - 2147 = 3564 - 2147
መ = 1417
58
2. ኣብ ሓደ ቤት ትምህርቲ 684 ናይ ቍጽርን Eንግሊዝን
መጻሕፍቲ ኣለዋ። ካብዚኣተን ናይ Eንግሊዝ መጻሕፍቲ
416 Eየን። ናይ ቍጽሪ መጻሕፍቲ ክንደይ EየንM
59
4. ኣብ ሓደ ቤት ትምህርቲ 262 ናይ 5ይ ክፍሊ ተማሃሮ
ኣለዉ። ትሕቲ 11 ዓመት ዝEድሜOም 148 Eዮም።
Eቶም ዝተረፉ ተማሃሮ ቍጽሮም ክንደይ EዩM
ንጥፈት 5.2
1. ካብዞም ዝስEቡ ቍጽራዊ ሙሉE ሓሳባት ዘይተፈልጠ
ቍጽሪ ርኸቡ።
ሀ) ለ × 25 = 475
ለ × 25÷ 25 = 475÷ 25
ለ = 19 ክልቲU ወገን ብ25 ንመቕሎ።
ለ) ወ ÷ 43 = 28
(ወ ÷ 43 × 43) = (28 × 43) ንኽልቲU ወገን ብ43 ነርብሖ።
ወ = 1204
ሐ) ቀ × 32 = 512 መ) በ ÷ 52 = 46
ረ) ረ × 123 = 5535 ሰ) ሸ × 62 = 1798
ሸ) ጠ ÷ 56 = 45 ቀ) ዘ ÷ 72 = 2448
60
2. ሓደ ነጋዳይ 70 ኣጣል ሒዙ ንEዳጋ ከይዱ። ንሓንቲ ጤል
ብ700 ናቕፋ ሸይጥዋ። ኣጣል ሸይጡ ክንደይ ናቕፋ ረኺቡM
3. ኣብ ሓደ ምምሕዳር ነፍሲ ወከፍ ሰብ 45 ናቕፋ ብምውጻE
ብድምር 13500 ናቕፋ ተኣኪቡ። ኣብቲ ምምሕዳር ክንደይ
ሰባት ኣለዉM
4. ዘይነብ ንሓደ Eንቛቍሖ ብሕሳብ 3 ናቕፋ ብምሻጥ 2700
ናቕፋ ኣኪባ። ዘይነብ ክንደይ Eንቛቍሖ ሸይጣM
ንጥፈት 5.3
1. ነዞም ዝስEቡ ዘይተፈልጡ ቍጽርታት ካብቶም ተዋሂቦም
ዘለዉ ቍጽርታት ቅኑዓት ዝገብርዎም ርኸቡ። ኣብ ሕንጻጽ
ቍጽሪ ከኣ ኣመልክቱ።
ሀ) ለ + 74 < 81 ( 1: 2: 3: 4: 5: 6: 7: 8: 9: 10)
ለ + 74 - 74 < 81 - 74
ለ < 7
ስለዚ ናይ “ለ” ዋጋ ካብ 7 ዝንEሱ ኣወንታ Iንቲጀራት
Eዮም። {1: 2: 3: 4: 5: 6}
61
Eዚ ኣብ ሕንጻጽ ቍጽሪ ክግለጽ ከሎ ነዚ ዝስEብ
ይመስል።
• • • • • •
0 1 2 3 4 5 6 7 8 9 10 11
ለ) መ - 3 > 4 (1: 2: 3: 4: 5: 6: 7: 8: …)
መ - 3 + 3 > 4 + 3
መ > 7
ስለዚ ናይ ‘መ’ ዋጋ ካብ 7 ዝዓብዩ ኣወንታ Iንቲጀራት
Eዮም። {8: 9: 10: 11: 12: 13: 14 … }
Eዚ ኣብ ሕንጻጽ ቍጽሪ ክግለጽ ከሎ ነዚ ዝስEብ
ይመስል።
• • •
0 1 2 3 4 5 7 8 9 10
ሐ) ቀ + 15 ≤ 20
ቀ + 15-15 ≤ 20 - 15
ቀ ≤ 5
ስለዚ ናይ “ቀ” ዋጋ 5 ን ካብU ንታሕትን ዘለው ኣወንታ
Iንቲጀራት Eዮም። Eዚ ኣብ ሕንጻጽ ቍጽሪ ክግለጽ ከሎ ነዚ
ዝስEብ ይመስል።
• • • • •
…1 2 3 4 5 6 7 8 9 10 11 12
62
2. ናይዞም ዝስEቡ ቍጽራዊ ሙሉE ሓሳባት ቅኑE ዝገብርዎም
Iንቲጀራት ርኸቡ።
ሀ) ወ + 45 > 51 ለ) ሰ - 32 < 10
ሐ) በ + 21 ≤ 3 መ) ረ + 453 ≥ 460
ረ) ተ - 15 > -35 ሰ) ሸ + 754 < 762
ሸ) ነ - 34 ≥ -46 ቀ) ቀ + 25 > 39
ለ) ለ ÷ 34 > 25
ለ > 25 × 34
ለ > 850
63
ንጥፈት 5.4
መጠቓለሊ ሕቶታት:
1. ካብዞም ዝስEቡ ቍጽራዊ ሙሉE ሓሳባት ዘይተፈልጠ
ቍጽሪ ርኸቡ።
ሀ) ቀ + 62 = 612 ለ) በ - 552 = 446
ሐ) ረ ÷ 12 = 144 መ) ሸ × 62 = 6200
ረ) ጠ × 56 = 2520 ሰ) ዘ ÷ 720 = 244
2. ነዞም ዝስEቡ ዘይተፈልጡ Iንቲጀራት ርኸቡ።
ሀ) ሐ + 27 < 81 ለ) መ - 49 > 73
ሐ) ቀ + 67 < 551 መ) ሰ - 38 > 24
ረ) በ × 46 ≥ 16100 ሰ) ወ ÷ 68 ≤ 27
ሸ) ሀ × 26 < 16120 ቀ) ከ ÷ 36 > 24
በ) ተ × 53 < 4770 ተ) ነ ÷ 23 > 24
3. ኣብ ሓደ ንUስ ዞባ 27 ኣብያተ ትምህርቲ ኣለዋ።
ነፍሲ ወከፍ ቤት ትምህርቲ 345 ጥራዛውቲ ተዓዲላ። ኣብቲ
ንUስ ዞባ ክንደይ ጥራዛውቲ ተዓዲሉM
4. ኣብ ሓደ ቤት ትምህርቲ ቍጽሪ ደቂ ተባEትዮ ተማሃሮ
ካብ ቍጽሪ ደቂ ኣንስትዮ ተማሃሮ ብ 27 ይበዝሕ።
ኣብቲ ቤት ትምህርቲ ብድምር 457 ተማሃሮ ኣለዉ።
ቍጽሪ ደቂ ኣንስትዮ ተማሃሮ ክንደይ EዩM
64
ምEራፍ 6
ጕዚ
6.1 ምውድዳር ጕዚ
ንጥፈት 6.1
2 3
1. ካብ ን ን መን ከም ዝዓቢ ኣወዳድርዎም።
5 8
ሀ) ኣብርህት ከምዚ ገይራ ሰሪሓቶ
65
ሐ) ኣደም ከምዚ ገይሩ ሰርሒዎ።
2 2 8 16
= × =
5 5 8 40
3 3 5 15
= × =
8 8 5 40
16 15 2 3
> ስለዚ >
40 40 5 8
25 5 3 9 5
መ) = ረ) = ሰ) = ሰ
መ 6 ረ 15 12 36
66
1 1× 15 15
= =
2 2 × 15 30
1 2 4
ቆጸርቶም ብምውድዳር : :
2 3 5
2 7 5 1 3 2 2 1 3
ለ) : : ሐ) : : መ) : :
3 12 9 2 5 3 3 2 4
9 5 17 2 9
መ) 3 – 4 ረ) 1 – ሰ) 4 –
10 6 5 3 2
67
6.2 ምድማር ጕዚ
ንጥፈት 6.2
1
1. ኣምና ሓንቲ ገመድ ናብ 6 መቒላታ። ንሓጐስ ሂባቶ
2
1
ንመርየም ሂባታ። ብድምር ክንደይ ክፋል ናይተን ገመድ
3
ሂባቶምM
ኑራ ከምዚ ገይራ ሰሪሓቶ:
1 3 3
× =
2 3 6
1 2 2
× =
3 2 6
1 1 3 2
+ = +
2 3 6 6
3+2
=
6
5
=
6
68
1 1
2. ሃይለ ካብ 15 ዓረር ንIብራሂም ከኣ ንኣስመረት
5 3
ሂብዎም። ብድምር ንኽሊቲOም ክንደይ ክፋል ናይቲ ዓረር
ሂብዎምM
ሓበን ከምዚ ገይሩ ሰሪሕዎ
1 5 5
× =
3 5 15
1 3 3
× =
5 3 15
1 1 5 3
+ = +
3 5 15 15
5+3
=
15
8
=
15
ናስራ ከምዚ ዝስEብ ገይራ ሰሪሓቶ።
ናይ 3ን 5ን ዝንኣሰ ናይ ሓባር ርባሕ 15 Eዩ።
1 1 (1 × 5) + (1 × 3)
+ =
3 5 15
5+3
=
15
8
=
15
69
3. ነዞም ዝስEቡ 28 ነጥብታት ተመልከቱ።
1
ሀ) ናይ Eዞም ነጥብታት ክንደይ EዮምM
7
1
ለ) ናይ Eዞም ነጥብታት ክንደይ EዮምM
4
1 1
ሐ) + ናይ Eዞም ነጥብታት ክንደይ EዮምM
7 4
4. ነዞም ዝስEቡ ደምሩ።
1 1 1 1 1 1
ሀ) + ለ) + ሐ) +
5 2 3 4 5 7
1 1 1 1 1 1
መ) + ረ) + ሰ) +
3 8 5 6 2 11
ንጥፈት 6.3
1 1
1. መምህር ንተማሃረOም ናይ + መልሲ ሓቲቶሞም።
6 10
ፋጥና ከምዚ ገይራ ሰሪሓቶ።
1 10 1 6 10 6
( × )+( × )=( + )
6 10 10 6 60 60
16
= (ብምፍዃስ)
60
4
=
15
70
ሃይለ ከምዚ ገይሩ ሰሪሕዎ።
1 1
=
6 2×3
1 1
=
10 2 × 5
71
3 5 5 3 1 7
ለ) + ሐ) + መ) +
8 6 6 4 4 10
4 5 5 4 5 4
ረ) + ሰ) + ሸ) +
9 6 18 15 12 15
4. ናይ ዞም ዝስEቡ ድምር ርኸቡ።
2 3 2 3
ሀ) 2 + 4 = (2+ ) + (4+ )
5 4 5 4
2 3
= (2 + 4) + ( + )
5 4
(2 × 4) + (3 × 5)
= 6 +
20
(8 + 15)
= 6 +
20
23
= 6 +
20
3
= 6 + 1
20
3
= 6 + 1 +
20
3
= 7
20
1 1 1 1 3 1
ለ) 1 + 3 ሐ) 2 + 3 መ) 2 + 4
4 5 3 5 5 4
2 2 3 1 7 5
ረ) 2 + 2 ሰ) 4 + 1 ሸ) 3 + 2
3 9 4 2 13 7
8 9 11 7
ቀ) 5 + 3 በ) 2 +4
15 24 18 12
72
6.3 ምጕድል ጕዚ
ንጥፈት 6.4
1
1. ኣምና ሓንቲ ገመድ ናብ 6 መቒላታ። ንሓጐስ ሂባቶ:
2
1
ንመርየም ሂባታ።
3
ሀ) መን ዝያዳ ወሲዱM ለ) ፍልልዮም ክንደይ EዩM
ለ) 1 1 3 2
− = −
2 3 6 6
3−2
=
6
1
=
6
1 1
2. ሃይለ ካብ15 ዓረር ንIብራሂም ከኣ ንኣስመረት
5 3
ሂብዎም። ካብ ክሊቲOም መን ዝያዳ ወሲዱM
73
ሓበን ከምዚ ገይሩ ሰሪሕዎ
1 5 5
× =
3 5 15
1 3 3
× =
5 3 15
1 1 5 3
− = −
3 5 15 15
5−3
=
15
2
=
15
2
=
15
3. ነዞም ዝስEቡ ኣጕድሉ።
1 1 1 1 1 1
ሀ) - ለ) - ሐ) -
2 5 3 4 5 7
1 1 1 1 1 1
መ) - ረ) - ሰ) -
3 7 5 6 2 11
1 1 1 1 1 1
ሸ) - ቀ) - በ) -
3 10 3 11 5 11
74
ንጥፈት 6.5
1 1
1. መምህር ንተማሃረOም መልሲ ናይ - ሓቲቶሞም።
6 10
ፋጥና ከምዚ ሰሪሓቶ:
1 10 1 6 10 6
( × )−( × )=( − )
6 10 10 6 60 60
4
=
60
1
=
15
ሃይለ ከምዚ ገይሩ ሰሪሕዎ።
1 1 1 1
= =
6 2×3 10 2 × 5
75
3. ነዞም ዝስEቡ ኣጕድሉ።
3 2 (3 × 3) − (2 × 4)
ሀ) - =
4 3 12
9−8
=
12
1
=
12
5 3 5 3 7 1
ለ) - ሐ) - መ) -
6 8 6 4 10 4
5 4 5 4 5 4
ረ) - ሰ) - ሸ) -
6 9 18 15 12 15
6.4 ምርባሕ ጕዚ
ንጥፈት 6.6
2
1. ካድራ 12 Eንቛቍሖ ገዚኣ። ንሕብስቲ መስርሒ
3
Eንተድኣ ተጠቒማትሉ ክንደይ Eንቛቍሖ ተጠቒማM
ናስር ከምዚ ገይሩ ሰሪሕዎ።
77
ነጃት ከምዚ ገይራ ሰሪሓቶ።
2 2 × 12
× 12 =
3 3
24
=
3
= _____
5
2. ብ 40 ኣራብሑ።
8
5 5 × 40
× 40 =
8 8
200
=
8
= ____
5 5 × 40
ሓዋ ብኸምዚ ሰሪሓቶ × 40 =
8 8
5×5
=
1
= ____
5 5×5
ሃና ብኸምዚ ሰሪሓቶ × 40 =
8 1
= ____
ንጥፈት 6.7
1 3
1. መምህር ንተማሃሮOም ናይ ክንደይ Eዩ Iሎም
2 4
ሓቲቶሞም።
ኣሕመድ ብኸምዚ ሰሪሕዋ።
ሓደ ወረቐት ናብ 4 ማEረ ገይሩ መቒሉዎ።
3
ብሕብሪ ልኽይዎ።
4
1
ናይቲ ዝተለኽየ ቖሪጽዎ:
2
ክንደይ ክፋል ተቖሪጻM
79
ሓደ ሜተር ኣዳልዩ ምልክታት ገይሩሉ።
3
ናይ ሓደ ሜተር ቀጣን ፕላስቲክ ወይ ጨርቒ ቆሪጹ።
4
1
ናይቲ ፕላስቲክ ወይ ጨርቒ ብሕብሪ ለኸይዎ።
2
ክንደይ ክፋሉ ለኽይዎM
1
2. ኣቶ ሃይለ ካብ ናይ ገዝOም መሬት ነትክልቲ
2
3
ይጥቀምሉ። ካብቲ ኣትክልቲ ጸብሒ ኣቡን Eንተድኣ
5
ተኺሎም: ክንደይ Iድ ናይቲ መሬት ጸብሒ ኣቡን
ተተኺሉM
1 3
× = _____.
2 5
3
3. ወይዘሮ ደመት ኪሎ ግራም ሓሪጭ ስርናይ ገዚኣ።
4
2
ካብቲ ሓሪጭ ሕምባሻ ሓምቢሻቶ። ክንደይ ኪሎ ግራም
3
ሓርጭ ንሕምባሻ ተጠቒማM
80
2 1
4. ናይ ሓደ መንደቅ ብቀይሕ ተለኽዩ ናይቲ ዝተረፈ
3 4
ከኣ ብቐጠልያ ተለኽዩ። ክንደይ ክፋል ናይቲ ገዛ
ብቀጠልያ ተለኽዩM
2 1 1
1 - = (Eቲ ዝተረፈ ናይቲ መንደቅ Eዩ።)
3 3 3
1 1
ቐጠልያ ዝተለክየ ከኣ: × = ____
3 4
2 4
5. ብ ኣርብሕዎ።
3 5
2 4 2×4
× =
3 5 3×5
= ______
9 5
6. ርባሕ ናይ ን ናይ ርኸቡ:
10 12
ሉላ ብከምዚ ሰሪሓቶ ዓፈት ብከምዚ ሰሪሓቶ
9 5 9×5 9 5 3×1
× = × =
10 12 10 × 12 10 12 2×4
45 3
= =
120 8
3
=
8
81
4 5 1 6 6 5
ሸ) × ቀ) × በ) ×
9 8 3 7 10 12
ንጥፈት 6.8
3 1
1. ለምለም ሜተር ገመድ ነይርዋ። ካብU ካሻ
4 3
ኣሲራትሉ። ካሻ ዝኣሰረትሉ ገምድ ክንደይ ይኸውንM
1 2
2. ጅምዓ ሊተር ዘይቲ ገዚኣ። ካብ ዝገዝኣቶ ዘይቲ
2 5
ንጸብሒ Eንተተጠቒማትሉ ክንደይ ሊተር ዘይቲ ተጠቒማM
4 3
3. ኣቶ ገብረ ናይ Eቶቶም ማሸላ Eዩ። ካብቲ ማሸላ
9 4
ንቀለብ ተጠቒመምሉ። ንቀለብ ዝተጠቒምሉ መሸላ ክንደይ
Iድ ካብ Eቶቶም EዩM
3 2
4. ዓሊ ናይ ሕምባሻ በሊU። ካብቲ ዝተረፈ ንሂወት
8 5
ሂቡዋ። ሂወት ክንደይ ክፋል ናይታ ሕምባሻ ረኺባM
1 2
5. መምህር ኣደም ንተማሃርOም 2 ብ 1 ንኸርብሕዎ
4 3
Eዮ ክፍሊ ሂበሞም።
82
መርየም : ብኸምዚ ዝስEብ ኣርቢሓቶም።
1 2 (2 × 4) + 1 (1 × 3) + 2
2 ×1 = ×
4 3 4 3
9 5
= ×
4 3
15
=
4
3
=3
4
መርየም ቅንEቲዶላM
6. ነዞም ዝስEቡ ጕዝታት ኣርብሕዎም።
1 2 1 2
ሀ) 2 ×3 ለ) 1 ×3
2 5 2 3
1 2 1 2
ሐ) ×6 መ) 2 ×1
2 3 7 5
1 2 1 5
ረ) 2 ×1 ሰ) 2 ×1
2 5 3 7
6.5 ምምቃል ጕዚ
ንጥፈት 6.9
3
1. 3 ተማሃሮ ሕምባሻ ብማEረ ተማቒሎማ። ነፍሲ ወከፎም
4
ክንደይ Iድ ናይ ሙሉE ሕምባሻ ይበጽሖምM
መብራት ብኸምዚ ሰሪሓታ
83
3 3 1 1
÷3 = × =
4 4 3 4
5
2. ብ 5 ምቐልዎ።
6
84
ንጥፈት 6.10
3
1. ዛህራ ሜተር ዝንውሓታ ገመድ ናብ 3 ማEረ ገይራ
4
መቒላታ። ሓደ ምቓል ክንደይ ሜተር EዩM
4
2. ኣቶ ዓንደ ኩንታል ባልዶንጓ ገዚOም። ብማEረ ን4
5
ደቆም Eንተመቒለሞም ብጺሒት ሓደ ክንደይ Iድ ናይ
ሓደ ኩንታል EዩM
1
3. ሃና ሊተር ጽሟቕ ኣራንሺ ኣብ 4 ኩባያ ብማEረ
2
መሊኣቶ። ሓደ ኩባያ ክንደይ ሒዙ ኣሎM
3
4. ዙርያ ናይ ሓደ ትርቢIት 1 ሜተር Eንተድኣ ኮይኑ
5
ቍመት ናይ ነፍሲ ወከፍ ጕድኒ ክንደይ EዩM
3
5. ግርማይ ኪሎ ግራም ሽኮር ን6 ተማሃሮ ብማEረ
4
መቒልዎም። ብጺሒት ናይ ነፍሲ-ወከፍ ተማሃራይ ክንደይ
ኪሎ ግራም EዩM
85
ንጥፈት 6.11
መጠቓለሊ ሕቶታት:
7 7 11
ሀ) – ለ) 2 –
10 12 12
5 5 3 5
ሐ) – መ) 3 – 3
6 7 5 7
4 7 4 38
ረ) 3 – 3 ሰ) 3 –
5 12 5 10
86
4. ናይ’ዞም ዝስEቡ መልሲ ርኸቡ።
5 5 1
ህ) ናይ 144 ለ) ናይ 60 ሐ) 600 ×
12 6 6
5 8 15 9 16
መ) 144 × ረ) × ሰ) ×
12 3 4 4 3
12 20 1 3 1 3
ሸ) × ቀ) 2 ×2 በ) 3 ×3
5 9 5 11 3 10
17 51 15 45 19 57
ተ) ÷ ነ) ÷ ኘ) ÷
18 72 144 24 132 144
3 4
5. ጐድንታት ናይ ሓደ ቅኑE ሩቡE ኵርናE ብ ሜተር
8 5
Eንተኾይኑ ስፍሓቱ ክንደይ EዩM
87
ምEራፍ 7
Eሽር
ትጽቢት ዝግበረሎም ውጽIታት ምህሮ
ኣብ መወዳEታ ናይዚ ምEራፍዚ:
ሀ) ዓድታት Eሽር ፈላሊኹም ኣብ በቦትOም ትጽሕፉ:
ለ) ዝኾነ Eሽር ብካብ ሚEቲ ትገልጹን:
ሐ) ኣርባEተ ተግባራት ቍጽሪ ብEሽር ክትሰርሑ: ትጽቢት
ይግበረልኩም።
88
ለ) 0.1 0.1 0.1 0.01 0.01 0.001
89
6. ነዞም ዝስEቡ ካብ ዝዓበየ ናብ ዝንኣሰ ስርEዎም።
ሀ) 0.691 0.619 0.961 0.169
ለ) 0.34 0.034 3.04 0.43
ሐ) 0.762 0.073 1.769 3.007
ንጥፈት 7.2
1. ነዞም ዝስEቡ Eሽራት ብጕዚ ጽሓፉ።
25 25
ሀ) 0.25 = ለ) 0.025 =
100 1000
1 1
= =
4 40
ሐ) 0.6 መ) 0.08 ረ) 0.008
ሰ) 0.125 ሸ) 0.018 ቀ) 0.203
90
ሐ) 5.6 መ) 7.08 ረ) 9.008
ሰ) 3.125 ሸ) 4.018 በ) 2.304
3. ነዞም ዝስEቡ ጕዚታት ብEሽራት ጽሓፉ።
× 2
2 4 2
ሀ) = = 0.4 ወይ ከኣ = 2 ÷ 5 = 0.4
5 10 5
× 2
×25
3 75 3
ለ) = = 0.75 ወይ ከኣ = 3 ÷ 4 = 0.75
4 100 4
×25
9 125 3
ሐ) መ) ረ)
10 1000 5
18 7 11
ሰ) ሸ) ቀ)
50 25 20
91
ምጽግጋE:
ንጥፈት 7.3
1. ሓደ ዱባ 4.763 ኪ.ግ ይምዘን።
4.763
92
4. ነዞም ዝስEቡ ናብ ሚEታዊት ኣጸጋግEዎም።
ሀ) 1.926 ለ) 3.183 ሐ) 18.507
መ) 9.289 ረ) 5.081 ሰ) 7.808
ሸ) 6.166 ቀ) 10.082 በ) 25.501
ኣሃዛት ካብ ሚEቲ
ንጥፈት 7.4
1. ኣብ’ዚ ናይ ተዋስO ቦታ 100 መናብር ኣለዋ። 55 ካብ
ኣተን ሰብ ተቐሚጡለን ኣሎ። ክንደይ ካብ ሚEቲ ሰብ
ተቐሚጡለን ኣሎM
93
55
55% ማለት ወይ 0.55 ማለት Eዩ።
100
94
ንጥፈት 7.5
3
1. መሓመድ ናይ ገዝOም መንደቕ ሕብሪ ለኽይዎ። ክንደይ
4
ካብ ሚEቲ ናይቲ መንደቕ ሕብሪ ተለኽዩ። ሂወት ብኸምዚ
ሰሪሓቶ:
3 3
= × 100%
4 4
= 75%
ሀ) ለ)
95
ንጥፈት 7.6
1. ካብ 300 ተማሃሮ 180 ኣዋልድ Eየን። ክንደይ ካብ ሚEቲ
ኣዋልድ EየንM
ራሄል ብኸምዚ ሰሪሓቶ። ራንዳ ብኸምዚ ሰሪሓቶ።
180 60 180 180
= = × 100%
300 100 300 300
= 60% = 60%
3. ደምሩ።
ሀ) 2.465 ለ) 3.483 ሐ) 1.564
+ 0.2 + 0.6 + 0.03
97
4. ደምሩ።
ሀ) 2.465 + 0.235 ለ) 6.218 + 0.645
ሐ) 4.156 + 0.093 መ) 5.462 + 0.05
ረ) 7.465 + 1.237 ሰ) 3.218 + 2.675
ሸ) 4.156 + 8.09 ቀ) 5.426 + 9.08
ምጕዳል Eሽር
ንጥፈት 7.8
1. ነዞም ዝስEቡ ስርሑ።
ሀ) ካብ 5.62 ብ0.01 ዝንEስ ቍጽሪ _____
ለ) ካብ 4.587 ብ0.001 ዝጐድል ቍጽሪ _____
ሐ) ካብ 2.572 ብ0.1 ዝትሕት ቍጽሪ _____
3. ኣጕድሉ።
ሀ) 2.465 ለ) 3.843 ሐ) 1.564
- 0.2 - 0.6 - 0.03
98
4. ኣጕድሉ።
ሀ) 2.465 - 0.235 ለ) 6.648 - 0.215
ሐ) 4.156 - 0.093 መ) 2.462 - 0.05
ረ) 7.465 - 1.237 ሰ) 3.215 - 2.178
ሸ) 8.156 - 4.09 ቀ) 9.426 - 5.07
ምርባሕ Eሽር
ንጥፈት 7.9
1. ሓደ ናቕፋ ክንደይ ነናይ ዓሰርተ ሳንቲም ይኸውንM
0.1 0.1
0.1 0.1
1
0.1 0.1
0.1 0.1
0.1 0.1
99
2. ዓሰርተ ሳንቲም ክንደይ ነናይ ሳንቲም ይኸውንM
0.01 0.01
0.01 0.01
0.01 0.1
0.01
0.01 0.01
0.01 0.01
Eሽር:
ብ10 Eንተ ረቢሑ: Eታ ነጥቢ ሓደ ቦታ ንየማን ትግEዝ።
ብ100 Eንተ ረቢሑ: Eታ ነጥቢ ክልተ ቦታ ንየማን ትግEዝ።
ብ1000 Eንተ ረቢሑ: Eታ ነጥቢ ሰለስተ ቦታ ንየማን
ትግEዝ።
3. ኣርብሑ።
ሀ) 0.5 × 10 ለ) 0.8 × 10
ሐ) 0.03 × 10 መ) 0.07 × 10
ረ) 0.2 × 100 ሰ) 0.8 × 100
ሸ) 0.03 × 100 ቀ) 0.07 × 100
በ) 0.1 × 1000 ተ) 0.8 × 1000
ቸ) 0.03 × 1000 ነ) 0.04 × 1000
100
4. ኣርብሑ።
ሀ) 3.53 × 10 ለ) 2.08 × 10
ሐ) 5.03 × 10 መ) 42.07 × 10
ረ) 1.32 × 100 ሰ) 10.8 × 100
ሸ) 23.04 × 100 ቀ) 560.07 × 100
በ) 0.115 × 1000 ተ) 3.81 × 1000
ቸ) 24.03 × 1000 ነ) 0.4 × 1000
5. ኣርብሑ።
ሀ) 0.02 × 30 = 0.02 × 3 × 10
= 0.06 × 10
= 0.6
ለ) 0.5 × 20 ሐ) 0.8 × 50
መ) 1.03 × 60 ረ) 2.07 × 90
ሰ) 2.09 × 40 ሸ) 0.006 × 80
6. ኣርብሑ።
ሀ) 0.2 × 300 ለ) 8.10 × 400
ሐ) 23.04 × 700 መ) 150.07 × 600
ረ) 90.230 × 200 ሰ) 50.060 × 500
7. ኣርብሑ።
ሀ) 0.1 × 9000 ለ) 8.002 × 8000
ሐ) 13.03 × 5000 መ) 0.04 × 7000
ረ) 12.5 × 4000 ሰ) 6.12 × 1000
101
8. ሃይለ 29 ኪሎ ግራም ድንሽ ንኪሎ ብሕሳብ 6.25
ናቕፋ ገዚU። ሃይለ ክንደይ ከፊሉM
6.25
× 29
5625
1250
181.25 ናቕፋ
ነታ ነጥቢ ካብ የማን ናብ ጸጋም 2 ኣሃዱ ፈቒድና
ነቐምጣ።
2.75
× 4.25
1375
550
1100
11.6875
ኣብ መወዳEታ ኣብ ኣርባሕን ረባሕን ካብ ነጥቢ
ንየማን ዘለዉ ቍጽርታት ቖጺርና ኣብ መልሲ ካብ
የማን ናብ ጸጋም 4 ኣሃዱ ፈቒድና ነቐምጣ።
102
ምምቃል Eሽር
ንጥፈት 7.10
1. 1 ናቕፋ ን10 ሰባት ከክንደዮም ይበጽሖምM
0.1 0.1
0.1 0.1
1 0.1 0.1
0.1 0.1
0.1 0.1
1 ኣብ ዓዲ ሓደ 1 ÷ 10 = 0.1
0.01 0.01
0.01 0.01
0.01 0.01
Eሽር፡
ብ10 Eንተ ተመቒሉ፡ Eታ ነጥቢ ሓደ
ቦታ ንጸጋም ትግEዝ።
ብ100 Eንተ ተመቒሉ፡ Eታ ነጥቢ ክልተ
ቦታ ንጸጋም ትግEዝ።
ብ1000 Eንተ ተመቒሉ፡ Eታ ነጥቢ
ሰለስተ ቦታ ንጸጋም ትግEዝ።
103
3. ምቐሉ።
ሀ) 5 ÷ 10 ለ) 8 ÷ 10
ሐ) 0.3 ÷ 10 መ) 0.7 ÷ 10
ረ) 0.09 ÷ 10 ሰ) 0.06 ÷ 10
ሸ) 2 ÷ 100 ቀ) 8 ÷ 100
በ) 0.4 ÷ 100 ተ) 0.6 ÷ 100
4. ምቐሉ።
ሀ) 3.53 ÷ 10 ለ) 2.08 ÷ 10
ሐ) 15.03 ÷10 መ) 42.07 ÷ 10
ረ) 1.32 ÷ 100 ሰ) 10.8 ÷ 100
ሸ) 23.04 ÷ 100 ቀ) 560.07 ÷ 100
በ) 0.115 ÷ 1000 ተ) 3.81 ÷ 1000
ቸ) 24.03 ÷ 1000 ነ) 0.4 ÷ 1000
5. ምቐሉ።
ሀ) 6 ÷ 30
ለ) 0.6 ÷ 20 ሐ) 5.5 ÷ 50
መ) 6.12 ÷ 60 ረ) 27.9 ÷ 90
ሰ) 2.08 ÷ 40 ሸ) 6.4 ÷ 80
104
6. ምቐሉ።
ሀ) 0.6 ÷ 300 ለ) 8.20 ÷ 400
ሐ) 21.7 ÷ 700 መ) 120.6 ÷ 600
ረ) 90.230 ÷ 200 ሰ) 50.60 ÷ 500
7. ምቐሉ።
ሀ) 18 ÷ 9000 ለ) 72.8 ÷ 8000
ሐ) 15.05 ÷ 5000 መ) 42.7 ÷ 7000
ረ) 12.8 ÷ 4000 ሰ) 6.12 ÷ 4000
15.75 ÷ 3
15 5.25 ካብ ነጥቢ ንየማን ዘሎ ቍጽሪ
7 ንኽንመቕል መጀመርታ ኣብቲ
6 ብጽሒት ነጥቢ ንገብር።
15
15
==
ለ) 6.552 ÷ 12
ንጥፈት 7. 11
መጠቓለሊ ሕቶታት:
106
6. ነዞም ዝስEቡ ጕዚታት ብEሽራት ጽሓፉ።
77 17 1
ሀ) ለ) ሐ)
250 500 8
11 3 110
መ) 8 ረ) 8 ሰ)
40 8 25
107
11. ነዞም ዝስEቡ ስርሑ።
ሀ) 1.852 + 0.526 ለ) 4.215 - 1.3
ሐ) 1.852 - 0.526 መ) 4.215 + 1.9
ረ) 6.452 + 1.74 ሰ) 3.724 - 0.502
ሸ) 6.452 - 1.8 ቀ) 3.524 + 0.702
12. ኣርብሑ።
ሀ) 0.006 × 10 ለ) 0.009 × 100
ሐ) 0.006 × 1000 መ) 5.02 × 2.5
ረ) 23.05 × 34.7 ሰ) 0.07 × 0.72
ሸ) 3.5 × 6.25 ቀ) 9.12 × 82.6
13. ምቐሉ።
ሀ) 0.539 ÷ 10 ለ) 873.009 ÷ 100
ሐ) 9.6 ÷ 1000 መ) 14 ÷ 70
ረ) 15.25 ÷ 500 ሰ) 16.72 ÷ 4000
ሸ) 72.64 ÷ 8 ቀ) 65.64 ÷ 12
108
ምEራፍ 8
መAቀኒታት
ትጽቢት ዝግበረሎም ውጽIታት ምህሮ
ኣብ መወዳEታ ናይዚ ምEራፍዚ:
ሀ) ናይ ሜተራዊን Eንግሊዛዊን ስርዓተ
መAቀኒ ኣሃዱታት: ንውሓት: ክብደት: ፈሰስትን
ትፈልጡን ትጥቀምሉን:
ለ) ግዜ: ብሰዓት: ብደቒቕን: ብካልIትን ትድምሩን
ተጕድሉን:
ሐ) ኣምር ብራኸን ሙቐትን ምስ ቍጽሪ
ኣተሓሒዝኩም ክትሰርሑን: ትጽቢት ይግበረልኩም።
8.1 ንውሓት:
ንጥፈት 8.1
1. ንውሓት ብምንታይ ይEቀንM ካብ ናይ ንውሓት መAቀኒ
ኣሃዱታት 2 ስመዩ።
2. ካብ ሜተራዊ መAቀኒታት ንውሓት 2 ስመዩ።
3. ካብ Eንግሊዛዊ መAቀኒታት ንውሓት 2 ስመዩ።
109
Eንግሊዛዊ ስርዓተ መAቀኒ ንውሓት
1 ጫማ = 12 Iንች
1 ያርድ = 3 ጫማ
1 ያርድ = 3 × 12 = 36 Iንች
1 ማይል = 1760 ያርድ
110
8. ነዞም ዝስEቡ ስርሑ።
ሀ) 25.75 ኪ.ሜ = __ሜ ለ) 350 ሜ = ___ ሄ.ሜ
ሐ) 4.50 ሰ.ሜ = ___ሜ መ) 125 ዴካ.ሜ = __ ኪ.ሜ
ንጥፈት 8.2
1. ነዞም ዝስEቡ ባዶ ቦታታት ምልEዎም።
ሀ) 20 ጫማ = 20 × 12 = 240 Iንች
ለ)100 ያርድ = ___ ጫማ ሐ) 20 ያርድ = ___Iንች
መ) 2 ማይል = ___ ያርድ ረ) 3 ጫማ = ___ Iንች
111
ኣብ መንጎ ሜተራዊ ስርዓተ መAቀኒን Eንግሊዛዊ ስርዓተ
መAቀኒ ዘሎ ዝምድና ከምዚ ዝስEብ Eዩ።
1 Iንች = 2.5 ሰንቲ ሜተር
1 ማይል = 1.6 ኪሎ ሜተር
2. ነዞም ዝስEቡ Eንግሊዛዊ ስርዓተ መAቀኒ ናብ ሜተራዊ
ስርዓተ መAቀኒ ለውጡ።
ሀ) 10 Iንች = ___ ሰንቲ ሜተር
ለ) 100 Iንች = _____ ሜተር
ሐ) 10 ማይል = _____ ኪሎ ሜተር
መ) 4 Iንች = _____ ሰንቲ ሜተር
ረ) 2 ያርድ = _____ ሰንቲ ሜተር
8.2 ክብደት
ንጥፈት 8.3
1. ክብደት ብምንታይ ይEቀንM ካብ ናይ ክብደት መAቀኒታት
ኣሃዱ 2 ስመዩ።
2. ክልተ ካብ ሜተራዊ መAቀኒታት ክብደት ስመዩ።
112
3. ክልተ ካብ Eንግሊዛዊ መAቀኒታት ክብደት ስመዩ።
ሜተራዊ መAቀኒታት ክብደት:
1 ቶን = 10 ኵንታል
1 ኵንታል =100 ኪሎ ግራም
1 ኪሎ ግራም =1000 ግራም
1 ግራም = 1000 ሚሊ ግራም
113
7. ሓንቲ ኣቝሑ ዝመልAት ባልጃ 4.50 ኪሎ ግራም
ተመዚና። ሓንቲ Eንቋቝሖ ዝመልAት ሳንዱቕ ድማ 10
ፓውንድ ተመዚና። ኣየነይተን ትኸብድM
8.3 ፈሰስቲ
ንጥፈት 8.4
1. ፈሰስቲ ብምንታይ ይEቀኑM
2. ካብ ናይ ፈሰስቲ መAቀኒታት ኣሃዱ 2 ስመዩ።
114
3. ነዞም ዝስEቡ ናብ ሊተር ለውጡ።
ሀ) 5.25 ኪሎ ሊተር = ___ ለ) 250 ሰንቲ ሊተር = ____
ሐ) 500 ሚሊ ሊተር = ___ መ) 2.75 ሄክቶ ሊተር = ___
116
ጅምዓ ብኸምዚ ዝስEብ መሊሳታ።
2 : 30
- 1 : 45
117
5. Uመር ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ከይዱ ን1 ሰዓትን 55 ደቒቕን
ዝኣክል ግዜ ዓሳ ገፊፉ። ን 1 ሰዓትን 25 ደቒቕን ከኣ
ሓንቢሱ። ንምሕንባስን ዓሳ ምግፋፍን ክንደይ ግዜ ኣወሲድሉM
6. ራሕማ ሰዓት 7 : 35 ካብ ገዝኣ ናብ ቤት ትምህርታ ወጺኣ
ሰዓት 11 : 20 ናብ ገዝኣ ተመሊሳ። ራሕማ ድሕሪ ክንደይ
ሰዓት ንገዝኣ ተመሊሳM
ሀ)
ለ)
118
ሐ)
119
8.5 ብራኸን ሙቐትን
ንጥፈት 8.6
1. ነዚ ዝስEብ ናይ ቦታታት ብራኸ ግራፍ ተመልከቱ።
Eምባ ሶይራ
3013 ሜ
ኣስመራ
ደቀምሓረ 2347ሜ
2060 ሜ
ጽፍሒ ባሕሪ
0 ሜ
ዳሉል
-100 ሜ
120
2. ነዞም ዝስEቡ መልሱ።
ሀ) Eምባ ሶይራ ካብ ኣስመራ ብኽንደይ ሜተር ትብርኽM
ለ) ኣስመራ ካብ ደቀምሓረ ብኽንደይ ሜተር ትብርኽM
ሐ) Eምባሶይራ ካብ ዳሉል ብኽንደይ ሜተር ትብርኽM
መ) ዳሉል ካብ ደቀምሓረ ብኽንደይ ሜተር ትትሕትM
ንጥፈት 8.7
1. ናይ ሙቐት መAቀኒ መሳርሒ Eንታይ ይበሃልM
2. ናይ ሙቐት መAቀኒ ኣሃዱ Eንታይ ይበሃልM
3. ናይዞም ዝስEቡ ቦታታት ሙቐት ኣንብቡ።
121
ለ) ናይ ኣስመራ ሙቐት ኣብ ወርሒ ለካቲት ___ Eዩ።
ሐ) ናይ ከረን ሙቐት ኣብ ወርሒ መጋቢት ___ Eዩ።
መ) ናይ Eምባ ሶይራ ሙቐት ኣብ ወርሒ ታሕሳስ ___ Eዩ።
ንጥፈት 8.8
መጠቓለሊ ሕቶታት:
1
1. ሀ) ናይ ሓደ ዓመት ___ ኣዋርሕ Eዩ።
2
3
ለ) ናይ ሓደ ዓመት ___ ኣዋርሕ Eዩ።
4
1
ሐ) ሰዓት ___ ደቒቕ Eዩ።
2
5
መ) ደቒቕ ___ ካልIት Eዩ።
6
7
2. ሀ) ሜተር ___ ሰንቲ ሜተር Eዩ።
10
1
ለ) ሰንቲ ሜተር ___ ሚሊ ሜተር Eዩ።
2
3
ሐ) ኪሎ ሜተር ___ ሜተር Eዩ።
4
7
3. ሀ) 2 ኪሎ ግራም: ብኪሎ ግራምን ብግራምን ክጸሓፍ
10
Eንከሎ:
7 7
ኪሎ ግራም = × 1000 ግራም = __ ግራም
10 10
122
7
2 ኪሎ ግራም = 2 ኪሎን 700 ግራም
10
3
ለ) 3 ሰዓት = ____ ሰዓትን _____ ደቒቕን
4
1
ሐ) 2 ደቒቕ = ____ ደቒቕን _____ ካልIትን
3
1
መ) 5 ሜ = ____ ሜተርን _____ ሰ.ሜተርን
4
9
ረ) 4 ሊተር = ____ ሊተርን _____ ሚሊ.ሊተርን
10
1
4. ሀ) 3 መዓልቲ = ____ ሰዓት
4
1
ለ) 5 ሰዓት = ____ ደቒቕ
4
7
ሐ) 8 ሊተር = ____ ሚሊ ሊተር
10
3
መ) 2 ዓመት = _____ ኣዋርሕ
4
2
ረ) 6 ደቒቕ = ____ ካልIት
3
123
ምEራፍ 9
ጆOመትሪ
ሀ) ለ)
124
ሐ)
መ)
ሰ)
ረ)
125
ሀ) 300 ለ) 600 ሐ) 450
መ) 900 ረ) 1200 ሰ) 800
ሸ) 1500 ቀ) 1000 በ) 100
ተ) 1350 ነ) 1800 ኘ) 1700
ኣ) 1400 ገ) 120 ፈ) 1100
ንጥፈት 9.2
1. ዘይተፈልጡ ኵርናዓት ርኸቡ።
ሀ) ለ)
ሀ 700 ለ
300
126
ርኸቡ።
1100
ሐ ሀ
ለ
ሀ) ለ)
1100 ለ
ሀ 600 500
ንጥፈት 9.3
1. ነዚ ዝስEብ ስርሑ።
ሀ) ሓደ ከምዚ ዝስEብ ስሉስ ኵርናE ስኣሉ።
2 3
3 2
ሐ) ከምዚ ዝስEብ ጌይርኩም ኣላግብወን።
1
2 3
127
ዓቐን ድምር ኵርንዓት ናይ ዝኾነ
ስሉስ ኵርናE 1800 Eዩ።
ሀ መ
ሐ
ረ
128
ለ) ኣየኖት ኵርናዓት ማEረ ዓቐን ኣለወንM
ሃና ብኸምዚ ሰሪሓቶ:
ኩሎም ሓደ ዓቐን ዘሎዎም 3 Eንጨይቲ ኣዳልያ።
ሀ ለ
129
ካብ ‘ሀ’ ተበጊሱ ምልክት ገይሩ።
`
ሀ
Eንደገና ካብ ‘ለ’ ተበጊሱ ምልክት ገይሩ።
ሀ ለ
ሀ ለ
130
3. ሰለሰተ ጐድንታቱ ዝተፈላለየ ዓቐን ዘለዎ ስሉስ ኵርናE
ስኣሉ።
ሀ) ዓቐን ናይ ነፍሲ ወከፍ ኵርናE ርኸቡ።
ለ) ኣየኖት ኵርናዓት ማEረ ዓቐን ኣለወንM
131
ንጥፈት 9.5
1. ክልተ ኵርናዓቶም ማEረ ዝኾነ ክልተ ስሉስ ኵርናዓት
ስኣሉ።
ሀ) ዛህራ ከምዚOም ስIላ።
ለ ረ
ሐ መ ሰ
ሀ
ጐድንታቶም ማEረ ድዮምM
ሀ ሐ መ ሰ
ጐድንታቶም ማEረ ድዮምM
ሐ) Eዞም ስሉስ ኵርናዓት ተመሳሰልቲ ድዮምM
132
ለ) ነጃት ከምዚOም ስIላ።
ሓሊማ
ሃይለ
ራውዳ
133
ኵለEንተናዊ ማEረ ዝኾኑ ስሉስ ኵርናዓት ተመሳሰልቲ
Eዮም። ተመሳሰልቲ ሱሉስ ኵርናዓት ግን ኵለEንትናዊ
ማEረ ክኾኑ ናይ ግድን ኣይኮነን።
10
16
17 14 11
12
15
ጥርዚ ገጽ
መላግቦ
135
ረ) ክንደይ ጥርዝታት ኣለዋM
136
5. ራሕማ ከምዚ ዝስEብ ቅርጺ ብባኮ ገይራ ሰሪሓ።
137
ላEለዋይን ታሕተዋይን ሰረቶም ክቢቅርጺ
ዘለዎም ሲሊንደር ይበሃሉ።
ሰረቶም ክቢ ዝኾኑ ሓደ ጫፍ
ዘለዎም ቅርጽታት ኮኖ ይበሃሉ።
ንጥፈት 9.7
መጠቓለሊ ሕቶታት:
1. ክልተ ኵርናዓቱ 600 ዝኾነ ስሉስ ኵርናE ስኣሉ።
ዓቐን ናይ ነፍሲ ወከፍ ጐድኑ ርኸቡ።
138
ዓቐን ናይ ነፍሲ-ወከፍ ኵርናE ርኸቡ። ስሙ Eንታይ
ይበሃልM
139
መ) ኮኖ ስርሑ።
ረ) ሰረቱ 5 ጐድናዊ ዝኾነ ፕራሚድ ስርሑ።
140
ምEራፍ 10
ዙርያን ስፍሓትን
ትጽቢት ዝግበረሎም ውጽIታት ምህሮ
ኣብ መወዳEታ ናይዚ ምEራፍዚ:
ሀ) ዙርያን ስፍሓትን ናይ ቅኑE ርቡE ኵርናEን ስሉስ
ኵርናEን ትረኽቡ:
ለ) ዙርያን ስፍሓትን ናይ ዓንኬል ንኽትረኽቡ
ትጽቢት ይግበረልኩም።
90 ሜ
ሮብለ ብኸምዚ ዝስEብ መሊሳታ።
ዙርያ = 2 × (ንውሓት + ጕድኒ)
= 2 × (90 + 70)
= 2 × 160
= 320 ሜ
141
2. ሓንቲ ቅኑE ርቡE ኵርናE ዝቕርጻ ክፍሊ ንውሓታ 12 ሜ:
ጐድና ድማ 10 ሜ Eንተኾይኑ: ዙርያኣ ርኸቡ።
3. ናይ ሓንቲ ትርብIት ጕድኒ 9 ሜ Eዩ። ዙርያኣ ክንደይ
ሜተር EዩM
4. ናይ ሓንቲ ርቡE ኵርናE ዝቕርጻ መሬት ንውሓት
ጕድኒታታ 8 ሜ:10 ሜ: 9 ሜ ከምUውን 10 ሜ Eዩ።
ዙርያኣ ክንደይ ሜተር EዩM
5. ዙርያ ናይዛ ርቡE ኵርናE ርኸቡ።
3 ሰ.ሜ
5 ሰ.ሜ 5 ሰ.ሜ
7 ሰ.ሜ
ስፍሓት
ንጥፈት 10.2
1. ነዘን ዝስEባ ቅኑE ርቡE ኵርናዓት ተመልከቱ።
1 ሰ.ሜ
ሰ
1 ሰ.ሜ
142
2. ስፍሓት ናይ ሓንቲ ቅኑE ርቡE ኵርናE ዝቕርጻ ግራት
72 ሜ2. Eዩ። ጐድና 8 ሜተር Eንተኾይኑ ንውሓታ ክንደይ
ሜተር EዩM
ኣቤል ብኸምዚ ዝስEብ ገይሩ መሊስዋ።
ንውሓት × ጕድኒ = ስፍሓት
ንውሓት × 8 = 72
ንውሓት = 72 ÷ 8
= 9 ሜ
ንውሓት ናይታ ግራት 9 ሜ Eዩ።
143
6. ናይዞም ዝስEቡ ስፍሓት ርኸቡ።
4 ሰ.ሜ
15 ሰ.ሜ
9 ሰ.ሜ
12 ሰ.ሜ
ሀ) ለ)
11 ሰ.ሜ
7 ሰ.ሜ
7 ሰ.ሜ
13 ሰ.ሜ 5 ሰ.ሜ
ንጥፈት 10.3
1. ስፍሓት ናይዛ ትርብIት ርኸቡ።
5 ሜ
5 ሜ
4 ሰ.ሜ2
144
ብርሃነ ብኸምዚ ዝስEብ ገይሩ ሰሪሕዋ።
ሀ) ጕድኒ × ጕድኒ = ስፍሓት
ጕድኒ × ጕድኒ = 4 ሰ.ሜ2
ጕድኒ = 4 ሰ.ሜ
ጕድኒ = 2 ሰ.ሜ
ለ) ዙርያ = 2 ( ንውሓት + ጕድኒ)
= 2 ( 2 + 2)
= 2 × 4
= 8 ሰ.ሜ
ትርብIት:
ጕድኒ
ጕድኒ
ሀ) ስፍሓት = ጕድኒ × ጕድኒ
= ጕድኒ2
ለ) ዙርያ = 4 × ጕድኒ
145
5. ጕድንን ዙርያን ናይዛ ትርብIት ርኸቡ።
144 ሰ.ሜ2
ለ
7. ስፍሓት ናይ ሓንቲ ትርብIት ዝቕርጻ ህንጻ 225 ሰ.ሜ2
Eዩ። ዙርያኣ ክንደይ ሜተር EዩM
2
24 ሰ.ሜ
6 ሰ.ሜ
146
10.2 ስፍሓት ስሉስ ኵርናE
ንጥፈት 10.4
1. ስፍሓት ናይዛ ስሉስ ኵርናE ርኸቡ።
ሸ
6 ሰ.ሜ
10 ሰ.ሜ
ከ ሰ
8 ሰ.ሜ
ሀ) ሰረት: ∆ ከሰሸ 8 ሰ.ሜ Iዩ።
= 24 ሰ.ሜ2
26 ሜ
10 ሜ
ቀ በ
24 ሜ
147
6 ሰ. ሜ
4 ሰ.ሜ 5 ሰ. ሜ
ስፍሓት = ( 12 × 4 × 6 ) + ( 12 × 6 × 5 )
= (2 × 6 ) ሰ.ሜ2 + ( 3 × 5 ) ሰ.ሜ2
= 12 ሰ.ሜ2 + 15 ሰ.ሜ2
= 27 ሰ.ሜ2
ስፍሓት ናይዛ ስሉስ ኵርናE 27 ሰ.ሜ2 Eዩ።
= 3 ሰ.ሜ × 9 ሰ.ሜ
= 27 ሰ.ሜ2
ስፍሓት ናይዛ ስሉስ ኵርናE 27 ሰ.ሜ2 Eዩ።
9 ሰ.ሜ
148
ስፍሓት = 12 × ሰረት× ቍመት
= 12 × 9 ሰ.ሜ × 10 ሰ.ሜ
= 5 ሰ.ሜ × 9 ሰ.ሜ
= 45 ሰ.ሜ2
5. ነይዞም ዝስEቡ ስሉስ ኵርናዓት ስፍሓቶም ርኸቡ።
ለ) 5 ሰ.ሜ
9 ሰ.ሜ
ሀ)
24 ሰ.ሜ
8 ሰ.ሜ 4 ሰ.ሜ
8 ሰ.ሜ
8 ሰ.ሜ
ሀ) ስፍሓት ናይዛ ተለኽያ ዘላ ስሉስ ኵርናE ርኸቡ።
ለ) ስፍሓት ናይዘን ዘይተለኸያ ስሉስ ኵርናዓት ርኸቡ።
149
7. ስፍሓት ናይዞም ዝተለኸዩ ስሉስ ኵርናዓት ርኸቡ።
6 ሰሜ
ሀ) 10 ሰሜ 4 ሰሜ
12 ሰሜ
ለ)
10 ሰሜ
14 ሰ ሜ
6 ሰሜ
6 ሰሜ
ሐ
) 5 ሰሜ
13 ሰሜ
3 ሰ.ሜ 8 ሰ.ሜ
150
10.3 ዙርያን ስፍሓትን ዓንኬል
ዙርያ ዓንኬል
ንጥፈት 10.5
1. ጩራኣ 10 ሰንቲ ሜተር ዝኾነት ዓንኬል ሰንጣቒታ ክንደይ
ይኸውንM
2. 12 ሰ.ሜ ዝሰንጣቒታ ዓንኬል ጩራኣ ክንደይ ይኸውንM
ዓንኬል
Circle
ኮምፓስ
•O
P
Center
ጩራ
ሕምብርቲ
ኣብዚኣ ሒዝዋ
151
ገመድ ኣብ ዙርያኣ ሓንሳብ ጠምጢሙ:
ደሓር ነታ ዝጠምጠማ ገመድ ኣብ ሜተር ዘርጊሑ ዓቀንዋ።
ንጥፈት 10.6
1. ሀ) 2 ሰ.ሜ ዝጩርኣ ዓንኬል ስኣሉ።
ለ) ፈትሊ ጌርኩም ናይታ ዓንኬል ዙርያኣ ርኸቡ።
ሐ) ናይዛ ዓንኬል ሰንጣቒት ርኸቡ።
መ) ዙርያ ናይዛ ዓንኬል ብሰንጣቒታ ምቐልዎ።
152
መ) ዙርያ ናይዛ ዓንኬል ብሰንጣቒታ ምቐልዎ።
ኑራ ብኸምዚ ሰሪሓታ።
መጀመርታ ሕምብርቲ ናይታ Eንክሊል ረኺባ።
ድሓር ሰንጣቒት ዓቒና።
ቀጺላ ንሰንጣቒት ናይታ Eንክሊል ብ3.14
ኣርቢሓ ዙርያኣ ረኺባታ።
153
ንጥፈት 10.7
1. ናይ ሓንቲ ዓንኬል ሰንጣቒት 10 ሰ.ሜ Eዩ። ዙርያኣ
ርኸቡ።
ዙርያ = π × ሰንጣቒት
= 3.14 × 10 ሰ.ሜ
= 31.4 ሰ.ሜ
ናይታ ዓንኬል ዙርያ 31.4 ሰ.ሜ Eዩ።
1
2. ናይዛ ኣጕዶ ጩራ 3 ሜ Eዩ። ዙርያኣ ርኸቡ።
2
ዙርያ = 2 × ጩራ × π
1 22
= 2 × 3 ሜ ×
2 7
7 22
= 2 × × ሜ
2 7
2 × 7 × 22
= ሜ
2× 7
= 22 ሜ
ናይዛ ኣጕዶ ዙርያ 22 ሜ Eዩ።
154
4. ናይ ሓንቲ ሰተታ ሰንጣቒት 14 ሰ.ሜ Eዩ።
ዙርያኣ ርኸቡ።
ስፍሓት ዓንኬል
ንጥፈት 10.8
1. ስፍሓት ናይ ሓደ ቅኑE ርቡE ኵርናE ከመይ ጌርካ
ከም ዝርከብ ንብጾትኩም ግለጽሎም።
2. ስፍሓት ናይዛ ዓንኬል’ከ ከመይ ጌርኩም ትረኽብዋM
155
ዓሊ ብኸምዚ ዝስEብ ኣገባብ ሰሪሕዋ።
6 7
5 8
4 9
3 10
2 11
1 12
ሀ A
ለ ከ
ሐ ተ
መረ ቀ
ሰ ሸበ
ሀ ለ ሐ መ ረ ሰ ቀ በ ተ ከ A
ሸ
1 2 3 4 5 6 7 8 9 10 11 12
ሀ ለ ሐ መ ረ ሰ ሸ ቀ በ ተ ከ A
ጩራ
1 2 33 44 55 6 77 8 9 10
10 11
11
ፍርቂ ዙርያ
156
መ) ስፍሓት = ፍርቂ ዙርያ × ጩራ
1
= ( × π × ሰንጣቒት) × ጩራ
2
= ( π × ጩራ) × ጩራ
ስፍሓት = π × ጩራ2
22
(π ≅ 3.14 ወይ )
7
7 ሰ.ሜ
ስፍሓት = π × ጩራ2
22
= × 72
7
22
= × 7 × 7
7
= 22 × 7
= 154 ሰ.ሜ2
4. ናይዛ ኣጕዶ ሰንጣቒት 20 ሜ Eንተኾይኑ: ስፍሓት
ምድርቤታ ክንደይ ትርብIት ሜተር ይኸውንM
ጩራ = ሰንጣቒት ÷ 2
= 20 ÷2 = 10 ሜ
157
ስፍሓት = π × ጩራ2
= 3.14 × 10 ሜ × 10 ሜ
= 3.14 × 100 ሜ2
= 314 ሜ2
ስፍሓት ናይዛ ኣጕዶ 314 ሜ2 ይኸውን።
22
5. ናይዛ ሰተታ ስፍሓት ርኸቡ። (π = ተጠቐሙ)
7
70 ሰሜ
ሀ)
ለ)
16 ሰ.ሜ
14 ሰ.ሜ
158
ንጥፈት 10.9
መጠቓለሊ ሕቶታት:
10 ሜ
2ሜ
159
6. ስፍሓት ናይዛ ዝተለኸየት ክፋል ትርብIት ርኸቡ።
20 ሰ.ሜ
20 ሰ.ሜ
7 ሜ
16 ሜ
10 ሜ
10 ሜ
160
ምEራፍ 11
ስፍሓት ገጻትን ቅጺን ናይ ደረቕ ቅርጺ
ሀ ለ ሐ መ
ሀ) ሓፈሻዊ ኣስማት ናይዞም ቅርጽታት Eንታይ ይበሃልM
ለ) ናይዞም ቅርጽታት ኣስማት ጥቐሱ።
2. ነዛ ትስEብ ቅርጺ ተመልከቱ ለ ሐ
ሀ መ
•
በ ረ
ሸ ሰ
161
ሀ) Eዛ ቅርጺ ክንደይ ጥርዝታት ኣለዉዋM ስመይዎምM
ለ) Eዛ ቅርጺ ክንደይ መላግቦ ኣለዉዋM ስመይዎምM
ሐ) Eዛ ቅርጺ ክንደይ ገጻት ኣለዉዋM ስመይዎምM
3 ሰ.ሜ
4 ሰ.ሜ
162
= 24 ሰ.ሜ2+ 126 ሰ.ሜ2
= 150 ሰ.ሜ2
4.
8 ሰ.ሜ
4 ሰ.ሜ
5 ሰ.ሜ
5.
12 ሰ.ሜ
8 ሰ.ሜ
10ሰ.ሜ
ሀ) ስፍሓት ሰረታ ርኸቡ።
ለ) ስፍሓት ናይ ደጋዊ ገጻት ርኸቡ።
ሐ) ድምር ስፍሓት ናይ ኩሎም ገጻት ርኸቡ።
10 ሰ.ሜ
5 ሰ.ሜ
6 ሰ.ሜ
6.
163
ሀ) ስፍሓት ሰረታ ርኸቡ።
ለ) ስፍሓት ናይ ደጋዊ ገጻት ርኸቡ።
ሐ) ድምር ስፍሓት ናይ ኩሎም ገጻት ርኸቡ።
11.2 ቅጺ
ንጥፈት 11.2
1.
164
ለ) ኣብዛ ተዋሂባ ዘላ ቅርጺ ንጕድኒ ክንደይ ሰናዱቕ
ተደርዲረን ኣለዋM
ሐ) ኣብዛ ተዋሂባ ዘላ ቅርጺ ንቍመት ክንደይ ሰናዱቕ
ተደርዲረን ኣለዋM
መ) ኣብዛ ተዋሂባ ዘላ ቅርጺ ብድምር ክንደይ ሰናዱቕ
ኣለዋ።
3 ሰ.ሜ
4 ሰ.ሜ
7 ሰ.ሜ
ጩራ = 7 ሰ.ሜ
14ሰ.ሜ
10 ሰ.ሜ
7 ሰ.ሜ
8 ሰ.ሜ
6 ሰ.ሜ
3 ሰ.ሜ
7 ሰ.ሜ
166
መ) ናይዚ ዝስEብ ኩቦ ጕድኒ 4 ሰ.ሜ Eዩ ቅጹ ክንደይ EዩM
4 ሰ.ሜ
ንጥፈት 11.3
መጠቓለሊ ሕቶታት:
1.
12 ሰ.ሜ
4 ሰ.ሜ
10 ሰ.ሜ
ሀ) ስፍሓት ምድሪ ቤት ናይዛ ገዛ ርኸቡ።
ለ) ስፍሓት ናይ ደጋዊ ገጻታ ርኸቡ።
ሐ) ድምር ስፍሓት ናይ ኩሎም ገጻታ ርኸቡ።
2. ናይ ሓደ ክርቢት ሳንዱቕ ቍመት 8 ሰ.ሜ ንውሓት 5
ሰ.ሜ ጕድኒ 7 ሰ.ሜ Eዩ። ቅጺ ርኸቡM
167
3. ናይዛ ስሊንደራዊ ቅርጺ ዘለዋ ታኒካ ጩራ 10 ሰ.ሜ:
ቍመታ ድማ 7 ሰ.ሜ Eዩ። ቅጺ ክንደይ EዩM
ክንደይ ሊተር ማይከ ትሕዝM
10 ሰ.ሜ
7 ሰ.ሜ
27ሜ3
168
ምEራፍ 12
ምምዝጋብን ምምስራሕን ሓበሬታ
169
ሀ) ናይ Eንግሊዝ: ቍጽሪ: ስነፍልጠትን: ማሕበራዊ
ትምህርቲ ነጥቢ ኣብ ግራፍ ኣስፍርዎ።
ለ) ኣብ መንጎ ዝለዓለን ዝተሓተን ዘሎ ፍልልይ ናይ ነፍሲ
ወከፍ ዓይነት ትምህርቲ ርኸቡ።
170
4. Eዚ ግራፍ ኣብ ኣርባEተ ጕጅለ ዝተመደቡ ብዝሒ
ተማሃሮ ይነግረና።
35
30
25
20
15
10
5
0
ሀ ለ ሐ መ
EዩM
500
400
300
200
100
0
ኣጋር ታክሲ ኣውቶቡስ ብሽግለታ
ነዚ ኣብ ግራፍ ስኣልዎ።
ሓዋ ከኣ ብኸምዚ ኣብ ግራፍ ሲIላቶ።
40
39
38
37
36
35
34
33
172
Eዚ ኣብ ሕንጻጽ ግራፍ ኣስፍርዎ።
5000
4000 •
•
3000
• •
•
2000
1000
173
8. Eዚ ሰንጠርዥ ናይ ሓደ መባEታ ቤት ትምህርቲ ብዝሒ
ተማሃሮ የርI።
ዓመተ ምህረት 1996 1997 1998 1999 2000
ብዝሒ ተማሃሮ 30 60 90 180 360
1999
2000
1998
1997
1996
ናይ ቤት ትምህርቱኩም (ካብ ቀዳማይ ክሳብ ሓሙሻይ) ብዝሒ
ተማሃሮ ኣብ ሰንጠዥ ኣስፊርኩም ኣብ ክቢ ግራፍ ስኣልዎ።
174
10. Eዚ ሰንጠረዥ ኣብ ሓደ ቤት ትምህርቲ ካብ 2001
2004 ናብ ዩኒቨርሲቲ ዝኣተዉ ብዝሒ ተማሃሮ የርEየና።
ዓመት 2001 2002 2003 2004
ብዝሒ ተማሃሮ 60 30 180 90
ሀ) ኣብ ባር ግራፍ ስኣልዎ።
ለ) ኣብ ክቢ ግራፍ ስኣልዎ።
ሐ) ኣብ መስመር ግራፍ ስኣልዎ።
400
390 • •
380 •
370 • •
360 •
350 •
ኣሎM
10
9
8
7
6
5
4
3
2
1
0
ሰኑይ ሰሉስ ሮቡE ሓሙስ ዓርቢ ቀዳም
176
12.2 ማEከላይ ገምጋማት
ንጥፈት 12.2
1. ነዞም ዝስEቡ ካብ ዝተሓተ ናብ ዝልዓለ ስርEዎም። ኣብ
ማEከል ዝርከብ ቍጽሪ ጽሓፉ።
ሀ) 43 ሜ: 52 ሜ: 49 ሜ
178
መዓልታት ናቕፋ
ሰኑይ 200
ሰሉስ 210
ሮቡE 230
ሓሙስ 250
ዓርቢ 220
ቀዳም 240
ሰንበት 190
ድምር
12.3 ተኽEሎታት
ንጥፈት 12.3
1. Eዚ ሰንጠረዥ ኣብ ሓደ ናይ ብሕቲ ቤት ትምህርቲ
ዘሎዉ ብዝሒ ተማሃሮ የርI።
179
ሐ) ካልኣይን ራብዓይን ክፍሊ ክንደይ Iድ ናይቶም
ተማሃሮ EዮምM
መ) ቀዳማይን ሓሙሻይን ክፍሊ ክንደይ Iድ ናይቶም
ተማሃሮ EዮምM
ረ) ኩሎም ተማሃሮ ተኣኪቦም ከለዉ ሐንቲ ኵUሶ
Eንተደርበኹም ሳልሳይ ክፍሊ ናይ ምህራም Eድልኩም
ክንደይ EዩM
2. ሓንቲ ዳዶ ንላEሊ Eንተደርቢናያ:
180
ሀ) ክንደይ ካርድታት ጺሒፍኩምM
ለ) 123 ዝተጻሕፎ ካርድ ንምውጻE ዘሎኩም Eድል
ክንደይ Eዩ
ኣርEየናኹምM
ንጥፈት 12.4
መጠቓለሊ ሕቶታት:
1. ናይ 30 ተማሃሮ Eድመ ሓቲትኩም:
ሀ) ኣብ ሰንጠረዥ ኣስፍርዎ።
ለ) ኣብ ግራፍ ኣስፍርዎ።
181
2. ኣዚ ሰንጠርዥ ናይ ሓደ ምርIት ብዝሒ ተዓዘብቱ የርI።
ምርIት 1ይ 2ይ 3ይ 4ይ 5ይ
ብዝሒ ተዓዘብቲ 3600 300 600 900 1800
ኣብ ክቢ ግራፍ ኣስፍርዎ።
182
5. ስIቡ ተዋሂቡ ዘሎ ግራፍ መጠን ሙቐት ናይ ሓደ ሰሙን
ኣብ ብጽE የርI።
50
45
ሙቀት ብዲግሪ ሰንቲግረይድ
40
35
30
25
20
15
10
183
ተማሃሮ 10 25 50 ሰለስቲU
ሳንቲም ሳንቲም ሳንቲም
ብርክቲ ሰራዊት ሰራዊት ሰራዊት (ሰ: ሰ: ሰ)
ጅምዓ ሰራዊት ሰራዊት Eንስሳ (ሰ: ሰ: E)
ዓብዱ ሰራዊት Eንስሳ ሰራዊት (ሰ: E: ሰ)
ብርሃነ Eንስሳ ሰራዊት ሰራዊት (E: ሰ: ሰ)
ሱለማን Eንስሳ Eንስሳ ሰራዊት (E: E: ሰ)
ሓሊማ Eንስሳ ሰራዊት Eንስሳ (E: ሰ: ሰ)
ለምለም ሰራዊት Eንስሳ Eንስሳ (ሰ: E: E)
ሓጐስ Eንስሳ Eንስሳ Eንስሳ (E: E: E)
184