You are on page 1of 1

ኣብ 2016 ዓ/ም ን 5 ይ ክፍሊ ዝተዳለወ ውልቀ ዕዮ

ሽም--------------------------------------------ክፍሊ-------------ተ/ቁ------------------

ነዞም ዝስዕቡ ሕቶታት ትክክል ንዝኮነ ሓሳብ ሓቂ ትክክል ንዘይኮነ ጌጋ ብምባል መልሱ ።
-------------- 1 / ኣትሌቲክስ ጉያ ፤ ዝላ ዳርባን ዘየጠቃልል ሓደ ክፋል ትምህርቲ ኣካል ጥንካረ እዩ ።
---------------2 / ኩዕሶ ምድርባይን ምቑላብን ሓደ መሰረታዊ ቴክኒክ ፀወታ ኩዕሶ ኢድን ኩዕሶ ሰኪዒትን እዩ።
---------------3 / ሓደ ሰብ ካብ ዝተፈላለዩ ሕማማት ነፃ ብምዃኑ ጥራሕ ዝተማለአ ኣካላዊ ብቕዓት ኣለዎ
-------------- 4 /ኤች ኣይ / ቪ ተፈጥራዊ ዓቕሚ ምክልኻል ሕማም ዘየዳክም ቫይረስ እዩ
--------------5 / ዝኾነ ሰብ ዕለታዊ ተግባራቱ ይኹን ዝተፈላለዩ ስፖርታዊ ፀወታታትን ውድድራትን ብዝድለ ኣገባብ ንምትግባር
ዝተማለአ ጥዕናን መሰረታዊ ኣካላዊ ብቕዓትን ኣየድልዮን ።
ነዞም ዝስዕቡ ሕቶታት ካብ ‘ለ’ ናብ’ ሀ’ ብተመሳሳሊ ኣዛምድ
ሀ ለ
------------------1 / ኣካላዊ ብቅዓት ሀ / ኣበጋግሳ
------------------2 / ባህላዊ ፀወታ ለ / ዝላን ዳርባን
-----------------3 / ኣትሌቲክስ ሐ / ቅብብል በትሪ
-----------------4 / ዓይነት ጉያ መ / ንጥፈት
-----------------5 / ቴክኒክ ጉያ ረ / ሓመሳ
ነዞም ዝስዕቡ ሕቶታት ትክክለኛ መልሲ ዝሓዘ ፊደል ምረፅ
------------------1 / መሰረታዊ ጨንፈራት ኣካላዊ ብቅዓት ዝበሃሉ ክንደይ እዮም ሀ / 3 ለ /5 ሐ/4
መ/6
---------------2 / ጭዋዳታት ሰውነት ድካም ተፃዊሮም ሓደ ስራሕ ወይድማ ስፖርታዊ ምንቅስቃስ ንውሕ ንዝበለ ግዘ ናይ ምስራሕ
ክእለት እንታይ ይበሃል ሀ / ንጥፈት ለ / ብርተዐ ሐ / ጥንካረ መ / ቅልጣፈ
-----------3 / ካብዞም ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ መሰረታዊ ቴክኒካት ጉያ ዘይኮነ ኣየናይ እዩ ሀ / ኣበጋግሳ ለ / ምንስፋፍ ሐ/ ኣጋይያ መ /
ኣወዳድኣ
-------------4 / ካብዞም ዝስዕቡ ዓይነታት ዝላ ዘይኮነ ኣየናይ እዩ ሀ / ዝላ ርሕቀት ለ / ዝላ መሐንኮል ሐ / ዝላ ብራከ መ/
መልሲ የለን
-------------5 / ዝላ ኽንደይመሰረታዊ ቴክኒካት የጠቃልል ሀ / 2 ለ/4 ሐ/3
መ/5
-------------6 / ሓደ ዝተወሰነ ርሕቐት ኣብ ዝሓፀረ ግዘ ጎይኻ ምውዳእ ወይ ድማ ሓደ ተግባር ኣብ ዝሓፀረ ግዘ ምፍፃም እንታይ
ይበሃል
ሀ / ንጥፈት ለ / ጥንካረ ሐ / ብርተዐ መ / ቅልጣፈ
-------------7 / ሰውነት ብዘይምንም ፀገም ናብ ዝደለኸዮ ኣንፈት ብቅልጣፈ ናይ ምቕያርን ምቁፅፃርን ከምኡ'ውን ተኸታታልነት
ዘለዎምን ሕልኸልኸ ዝበሉ ተግበራት ወይ ድማምንቅስቓሳት ኣካልን ኣእምሮን አዋዲድኻ ብቕልጣፈ ምፍፃም እንታይ ይበሃል ይበሃል
ሀ / ቅልጣፈ ለ / ዝላ ሐ / ንጥፈት መ / ብርተዐ
--------------8 / ኣትሌቲክስ ዘየጠቃልሎ ዓይነት ስፖርት እንታይ እዩ ሀ / ጉያ ለ / ቴንስ ሐ / ዝላ መ / ዳርባ
--------------9 / ጥንካረን ብርተዐን ጭዋዳ ልዕሊ መዕጠቆ ንምምዕባል ዝጠቅም ዓይነት ስፖርት ኣንታይ እዩ
ሀ /ፑል ኣፕ ለ / ፑሽ ኣፕ ሐ / ሲት ኣፕ መ / ኩሎም
------------10 / ኤች ኣይ ቪ ኤድስ ዘይመሓላለፈሎም መንገድታት እንታይ እዮም
ሀ / ብምብላዕን ምስታይን ለ / ደም ብምንክካእ ሐ / ሓቢርካ ብምፅዋት መ / ኩሎም መልሲ እዮም

You might also like