You are on page 1of 11

UዜÈ nU¶T TG‰Y

yTG‰Y nU¶T Uz¤È


Bÿ‰êE KL§êE mNGStE TG‰Y
yTG‰Y B¼¤‰êE KL§êE mNGST

mbL 27 ›mT ቍ.9.መቐለ BˆL×T b¤T M<¶ Bÿ‰êE KL§êE mNGStE TG‰Y Zwፅአ 27ኛ ›mT ቍ.9 መቐለ
345/2012ዓ.ም. 345/2012 ዓ.ም.

ስርዓት ደገፍ ዝተፀገሙ ተጋደልትን ስድራ የትግራይ የተቸገሩ ታጋዮች እና የሰማእታት


ስዉኣትን ትግራይ ቍፅሪ ኣዋጅ 345/2012 ዓ.ም. ቤተሰቦች የድጋፍ ስርአት አዋጅ ቁጥር
345/2012 ዓ.ም.
ኣብ ዕጥቃዊ ቃልሲ ህዝቢ ትግራይ ይዅን ኣብ በትግራይ ህዝብ የትጥቅ ትግል ይሁን
ዝዀነ እዋን ኣብ ምውሓስ ድሕንነት ህዝቢ በማንኛውም ወቅት የትግራይ ህዝብ ደህንነት
ትግራይ ዝለዓለ ኣበርክቶ ዝገበሩ ዝተፀገሙ ለማስጠበቅ ከፍተኛ አስተዋጽኦ ያደረጉ
ተጋደልትን ስድራ ስውኣትን ትግራይ ዓቕሚ የትግራይ የተቸገሩ ታጋዮች እና የሰማእታት
ብዝፈቐደ መጠን ክድገፉ ስለዝግባእ፣ ቤተሰቦች አቅም በፈቀደ መጠን ሊደገፉ
ዝተፀገሙ ተጋደልትን ስድራ ስውኣትን ስለሚገባ፣
ትግራይ ንምድጋፍ ዘኽእል ዓቕሚ መንግስቲ፣ የትግራይ የተቸገሩ ታጋዮች እና የሰማእታት
ህዝቢ፣ ሰብ ሃፍትን፣ ገበርቲ ሰናይን ኣዋዲድካ ቤተሰቦች ለመደገፍ የሚያስችል አቅም
ምጥቃም ስለዘድሊ፣ ዝተፀገሙ ተጋደልትን ከመንግስት፣ ህዝብ፣ ባለሃብቶች እና በጎ
ስድራ ስውኣትን ትግራይ ዝድገፉሉ ስርዓት አድራጊዎች አቀናጅቶ መጠቀም
ብሕጊ ክድንገግ ምግባር ኣድላ¥ ብምዃኑ፣ ስለሚያስፈልግ፣
ቤት-ምኽሪ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ የትግራይ የተቸገሩ ታጋዮች እና የሰማእታት
ብመሰረት ዓንቀፅ 49 (3) (ሀ) ዝተማሓየሸ ቤተሰቦች የሚደገፉበት ስርአት በህግ
ሕገ-መንግስቲ ክልል ትግራይ እዚ ኣዋጅ እንዲደነገግ ማድረግ አስፈላጊ በመሆኑ፣
ኣውፂኡ፡፡ የትግራይ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስት ምክር
ቤት ተሻሽሎ በወጣው የትግራይ ክልል ህገ-
መንግስት አንቀፅ 49 (3) (ሀ) መሰረት ይህን
አዋጅ አውጥቷል፡፡

ÂY ˆd êU nU¶T Uz¤È ቍፅሪ.


ÃNÇ êU 23.00 nU¶T Uz¤È ­.ú.qÜ 291
ገፅ 2 ጋዜጣ ነጋሪት ትግራይ ቊ. ኣዋጅ 345/2012 ዓ.ም. ገፅ 2 የትግራይ ነጋሪት ጋዜጣ አዋጅ ቁ.345/2012 ዓ.ም.
ዓ.ም.ዓ.ም.፤ዓ.ም

ክፍሊ ሓደ ክፍል አንድ


ሓፈሻዊ ጠቅላላ
ዓንቀፅ 1. ሓፂር ኣርእስቲ አንቀፅ 1. አጭር አርእስት
እዚ ኣዋጅ ስርዓት ደገፍ ዝተፀገሙ ተጋደልትን ይህ አዋጅ የተቸገሩ የትግራይ ታጋዮች እና
ስድራ ስዉኣትን ትግራይ ቍፅሪ ኣዋጅ የሰማእት ቤተሰቦች የድጋፍ ስርአት አዋጅ
345/2012 ዓ.ም. ተባሂሉ ክጥቀስ ይኽእል፡፡ ቁጥር 345/2012 ዓ.ም. ተብሎ ሊጠቀስ
ይችላል፡፡
ዓንቀፅ 2. ትርጕም አንቀፅ 2. ትርጓሜ
ኣብዚ ኣዋጅ፡- በዚህ ኣዋጅ፡-
1. ክልል፡- 1. ክልል፡-
ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ እዩ፡፡ የትግራይ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስት ነው፡፡
2. ርእሰ ምምሕዳር፡- 2. ርእሰ መስተዳድር፡-
ርእሰ ምምሕዳር ትግራይ እዩ፡፡ የትግራይ ርእሰ መስተዳድር ነው፡፡
3. ቦርድ፡- 3. ቦርድ፡-
ስርዓት ደገፍ ዝተፀገሙ ተጋደልትን የተቸገሩ የትግራይ ታጋዮች እና የታጋይ
ስድራ ስውኣትን ትግራይን ፈንድን ሰማእታት ቤተሰቦች የድጋፍ ስርአት አና
ብላዕለዋይነት ዝመርሕን ዘመሓድርን ፈንድ በበላይነት የሚመራና
ኣካል እዩ፡፡ የሚያስተዳድር አካል ነው፡፡
4. ፈንድ፡- 4. ፈንድ፡-
ፍልፍል እቶቱ ካብ ዝተፈላለዩ የገቢ ምንጩ ከተለያዩ የመንግስት እና
መንግስታውን ዘይመንግስታውን ኣካላት መንግስታዊ ያልሆኑ አካላት ሆኖ ለተቸገሩ
ኰይኑ ዝተፀገሙ ተጋደልትን ስድራ የትግራይ ታጋዮች እና የታጋይ
ስውኣትን ንምድጋፍ ዝውዕል ሃፍቲ እዩ፡፡ የሰማእታት ቤተሰቦች ለመደገፍ የሚውል
ሃብት ነው፡፡
5. ቢሮ፡- 5. ቢሮ፡-
ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጕዳይን የትግራይ የሰራተኛና ማህበራዊ ጉዳይ ቢሮ
ትግራይ እዩ፡፡ ነው፡፡
6. ዝተፀገመ ተጋዳላይ፡- 6. የተቸገረ ታጋይ፡-
ኣብ ዕጥቃዊ ቃልሲ ህዝቢ ትግራይ በትግራይ ህዝብ የትጥቅ ትግል ይሁን

2
ገፅ 3 ጋዜጣ ነጋሪት ትግራይ ቊ. ኣዋጅ 345/2012 ዓ.ም. ገፅ 3 የትግራይ ነጋሪት ጋዜጣ አዋጅ ቁ.345/2012 ዓ.ም.
ዓ.ም.ዓ.ም.፤ዓ.ም

ይዅን ኣብ ዝዀነ እዋን ኣብ ምውሓስ በማንኛውም ወቅት የትግራይ ህዝብ


ድሕንነት ህዝቢ ትግራይ ዝተሳተፈ ደህንነት ለማስጠበቅ የተሳተፈ
ቍጠባዊ፣ ኣካላዊ፣ኣእምሮኣዊ ወይ ኢኮነሚያዊ፣ አካላዊ፣ አእምሮአዊ ወይም
ማሕበራዊ ፀገም ዘለዎ ሰብ ኰይኑ ዝርዝሩ ማህበራዊ ችግር ያለው ሰው ሆኖ ዝርዝሩ
ቦርድ ዝውስኖ እዩ፡፡ በቦርድ የሚወሰን ነው፡፡
7. ዝተፀገመ ስድራ ስዉእ፡- 7. የሰማእት ቤተሰብ፡-
ኣብ ዕጥቃዊ ቃልሲ ይኹን ኣብ ዝዀነ በትግራይ ህዝብ የትጥቅ ትግል እንዲሁም
እዋን ኣብ ምውሓስ ድሕንነት ህዝቢ በየትኛውም ጊዜ የትግራይን ህዝብ
ትግራይ ዝተሰወአ ስድራ ተጋዳላይ ኰይኑ ደህንነት ለማረጋገጥ የተሰዋ የታጋይ
ኣብ ኣፀጋሚ ኵነታት ዝርከብን ዓርሱ ቤተሰብ ሆኖ ባስቸጋሪ ሁኔታ የሚገኝና
ክጥወር ዘይኽእል ኣካላውን ኣእምሮኣዊን ራሱን መጦር የማይችል ኣካላዊና
ፀገም ዘለዎ ምስራሕ ዘይይኽእል ዉላድ ኣእምሯዊ ችግር ያለው መስራት
ወይ ዉላድ ጡብ፣ ኣሚን ካሊእ ሰብኣይ የማይችል ልጅ፣ ጉዲፈቻ፣ ባለትዳር፣ ሌላ
ዘይኸደት ወይ ናብ ካሊእ ሰበይቲ ዘይኸደን ባል ያላገባች፣ሌላ ሚስት ያላገባ፣ ትዳር
ሓዳር ዘይመስረተትን ወይ ዘይመስረተን ያልመሰረተ ወይም ያልመሰረተችና
እቲ ስዉእ ዉላድ ዘይነበሮ እንተዀይኑ ሰማእቱ ልጅ ያልነበረው ከሆነ እንደ
ከም ስድራ ስዉእ ኰይኑ መሬት ሽልማትን የሰማእት ቤተሰብ ሆኖ መሬት፣ ሽልማትና
ካሊእን ነቲ ስውእ ወኪሉ ክጥቀም ዝፀንሐን ሌላ ሰማእቱን ወክሎ ሲጠቀም የቆየ ሆኖ
ኰይኑ ዝርዝሩ ብመምርሒ ዝውሰን ዝርዝሩ በመመርያ የሚወሰን ይሆናል፡፡
ይኸውን።
8. ተጠቃሚ፡- 8. ተጠቃሚ፡-

ኣብ ዕጥቃዊ ቃልሲ ህዝቢ ትግራይን ወይ በትግራይ ህዝብ የትጥቅ ትግልና

ኣብ ዝዀነ እዋን ኣብ ምውሓስ ድሕንነት በየትኛውም ጊዜ የትግራይን ህዝብ

ህዝቢ ትግራይ ዝተሰወኡ ስድራ ስውኣት ደህንነት ለመረጋገጥ የተሰዉ የሰማእት

ተጋደልቲ ዝተሰዉኡ ስድራ ወየንቲ፣ ታጋዮች ቤተሰብ የተሰዉ ወየንቲ

ሽግወየንትን ኣባላት ስርዒትን ከምኡ ቤተሰቦች፣ የተሰዉ ሽግ ወየንቲ ቤተሰቦች

እዉን ዓርሶም ክጥውሩ ዘይኽእሉን ወይ የስለያ አባላት እንዲሁም ራሳቸውን መጦር

ሓገዝ ዘድልዮምን ቁጠባዊን ማሕበራውን የማይችሉና ድጋፍ የሚያስፈልጋቸው

ኣካላውን ኣእምሮኣውን ፀገም ዘለዎም ኢኮኖምያዊ፣

ተጋደልትን ብመምርሒ ተጠቀምቲ


3
ገፅ 4 ጋዜጣ ነጋሪት ትግራይ ቊ. ኣዋጅ 345/2012 ዓ.ም. ገፅ 4 የትግራይ ነጋሪት ጋዜጣ አዋጅ ቁ.345/2012 ዓ.ም.
ዓ.ም.ዓ.ም.፤ዓ.ም

ተባሂሎም ዝተወሰኑን ካሊእ ዘካተተ ማህበራዊ፣ አካላዊና አእምሯዊ ችግር


ይኸውን። ያለባቸው ተጋዮች እና በመመርያ
ተጠቃሚዎች ተብለው የሚወሰኑ ሌሎችም
ያካተተ ይሆናል፡፡
9. ፈፃሚ ክፍሊት፡- 9. ክፍያ ፈጻሚ፡-
ንተጠቃሚ ክፍሊት ክፍፅም ብቝዕ ምዃኑ ለተጠቃሚ ክፍያ እንዲፈጽም ብቁ መሆኑ
ብቦርድ ተቐባልነት ዝረኸበ መንግስታዊ በቦርድ ተቀባይነት ያገኘ መንግስታዊ
ወይ ዘይመንግስታዊ ኣካል እዩ። ወይም መንግስታዊ ያልሆነ አካል ነው።
10. ትካል፡- 10. ተቋም፡-
ንተጠቃሚ ልቓሕ ከቕርብ ብቝዕ ምዃኑ ለተጠቃሚ ብድር እንዲያቀርብ ብቁ
ብቦርድ ተቐባልነት ዝረኸበ መንግስታዊ መሆኑ በቦርድ ተቀባይነት ያገኘ
ወይ ዘይመንግስታዊ ኣካል እዩ፡፡ መንግስታዊ ወይም መንግስታዊ ያልሆነ
አካል ነው።
ዓንቀፅ 3. ኣገላልፃ ፆታ አንቀፅ 3. የጾታ ኣገላለጽ
ኣብዚ ኣዋጅ ብተባዕታይ ፆታ ዝተገልፀ በዚህ ኣዋጅ በወንድ ጾታ የተገለጸ ሴትንም
ንኣንስታይ እውን ይሓውስ፡፡ ይጨምራል፡፡
ዓንቀፅ 4. ወሰን ተፈፃምነት አንቀፅ 4. የተፈጻሚነት ወሰን
እዚ ኣዋጅ ኣብ ትግራይን ኣብ ውሽጢ ይህ አዋጅ በትግራይ እና በኢትዮጵያ
ኢትዮጵያን ኣብ ዝርከቡ ዝተፀገሙ ውስጥ በሚገኙ የተቸገሩ የትግራይ
ተጋደልትን ስድራ ስዉኣት ትግራይን ታጋዮች እና የሰማእታት ቤተሰቦች ላይ
ተፈፃሚ ይኸውን። ተፈጻሚ ይሆናል።
ክፍሊ ክልተ ክፍል ሁለት
ፈንድ ፈንድ
ዓንቀፅ 5. ምጥያሽ ፈንድ አንቀፅ 5. የፈንድ ማቋቋም
1. ብቦርድ ዝምራሕ ንተጠቃሚ ዝውዕል ፈንድ 1. በቦርድ የሚመራ ለተጠቃሚ የሚውል
በዚ ኣዋጅ ተጣ¥ሹ ኣሎ፣ ፈንድ በዚህ አዋጅ ተቋቁሟል፣
2. ፍልፍል እቶት ፈንድ ካብ፡- 2. የፈንድ የገቢ ምንጭ፡-
ሀ) መንግስቲ ትግራይ ዝምደብ በጀት፣ ሀ) በትግራይ መንግስት የሚመደብ በጀት፣

4
ገፅ 5 ጋዜጣ ነጋሪት ትግራይ ቊ. ኣዋጅ 345/2012 ዓ.ም. ገፅ 5 የትግራይ ነጋሪት ጋዜጣ አዋጅ ቁ.345/2012 ዓ.ም.
ዓ.ም.ዓ.ም.፤ዓ.ም

ለ) ወፈያ ህዝቢ፣ ለ) የህዝብ መዋጮ፣


ሐ) በዓል ሃፍቲ፣ ሐ) ባለሃብት፣
መ) ገባሪ ሰናይን፣ መ) በጎ አድራጊ እና፣
ረ) ካልእ ዝዀነ ሕጋዊ እቶትን ይኸውን፡፡ ረ) ሌላ ማንኛውም ህጋዊ ገቢ ይሆናል።
3. ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ትግራይ ዓርሱ 3. የትግራይ የእቅድ እና ፋይናንስ ቢሮ
ዝኸኣለ ቍፅሪ ሒሳብ ባንኪ እዚ ፈንድ ራሱን የቻለ የዚህ ፈንድ የባንክ ሂሳብ
ይኸፍት ወይ ክኽፈት ይገብር፤ ቁጥር ይከፍታል ወይም እንዲከፈት
ያደርጋል፣
4. ኣተኣኻኽባ እቶትን ምሕደራን ፈንድ 4. የፈንድ ገቢ አሰባሰብ እና አስተዳደር
ዝምልከት ስራሕ ፈፃሚ ብዘውፅኦ ደንቢ የሚመለከት ስራ አስፈፃሚው በሚያወጣው
ይውሰን። ደንብ ይወሰናል።
ክፍሊ ሰለስተ ክፍል ሶስት
መሰልን ግቡእን ተጠቃሚ የተጠቃሚ መብት እና ግዴታ
ዓንቀፅ 6. መሰል አንቀጽ 6. መብት
ዝርዝሩ ብመምርሒ ክውሰን ዝኽእል ኰይኑ፡- ዝርዝሩ በመመርያ ሊወሰን የሚችል ሆኖ፡-
1. በብወርሑ ዝሕሰብ ዝተፈቐደሉ መጠን 1. ወርሃዊ የሚታሰብ የተፈቀደለት የድጋፍ
ደገፍ ገንዘብ ኣብ ቀረብኡ ይኽፈሎ፣ ገንዘብ መጠን በአቅራቢያው ይከፈለዋል፣
2. ዝተፈቐደሉ መጠን ደገፍ ገንዘብ 2. የተፈቀደለት የድጋፍ ገንዘብ መጠን በየወሩ
በብወርሑ ክወስድ ዝኽእል ኰይኑ ክሳብ መውሰድ የሚችል ሆኖ እስከ አንድ የበጀት
ሓደ ዓመት በጀት ብሓደ ጊዜ ኣኪቡ ኣብ አመት በአንድ ጊዜ ሰብስቦ በመጨረሻ
መወዳእታ ክወስድ እውን ይኽእል፣ ሊወስድም ይችላል፣
3. ዝተፈቐደሉ መጠን ደገፍ ገንዘብ ብሕጋዊ 3. የተፈቀደለት የድጋፍ ገንዘብ መጠን በህጋዊ
ወኪሉ ኣቢሉ ክወስድ ይኽእል፣ ወኪሉ በኩል ሊወስድ ይችላል፣
4. ብውልቀ ይዅን ብጉጅለ ተወዲቡ ካብ 4. በግሉም ይሁን እንደሱ ካለ ተጠቃሚ ጋር
ዝተነፀረ ትካል ልቓሕ ክወስድ ይኽእል፣ ተደራጅቶ ከታወቀ ተቋም ብድር ሊወስድ
ይችላል፣
5. ኣብቲ ዝነብረሉ ጣብያ ደገፍ ጕልበት 5. በሚኖርበት ቀበሌ የጉልበት ድጋፍም ይሁን
ይዅን ክብሪ ይረክብ፡፡ ክብር ያገኛል።

5
ገፅ 6 ጋዜጣ ነጋሪት ትግራይ ቊ. ኣዋጅ 345/2012 ዓ.ም. ገፅ 6 የትግራይ ነጋሪት ጋዜጣ አዋጅ ቁ.345/2012 ዓ.ም.
ዓ.ም.ዓ.ም.፤ዓ.ም

ዓንቀፅ 7. ግቡእ አንቀጽ 7. ግዴታ


ዝርዝሩ ብመምርሒ ክውሰን ዝኽእል ኰይኑ፡- ዝርዝሩ በመመርያ ሊወሰን የሚችል ሆኖ፡-
1. ክፍሊት ንምውሳድ ወረቐት መለለዪ 1. ክፍያ ለመውሰድ የማንነት መታወቅያ
መንነት ሒዙ ናብ ክፍሊት ፈፃሚ ወረቀት በመያዝ ወደ ክፍያ ፈጻሚ
ይቐርብ፣ ይቀርባል፣
2. ብውክልና ክፍሊት ንምውሳድ ወኪሉ 2. በውክልና ክፍያ ለመውሰድ ወኪሉ ህጋዊ
ሕጋዊ ሰነድ ውክልና ሒዙ ናብ ክፍሊት የውክልና ሰነድ ይዞ ወደ ክፍያ ፈጻሚ
ፈፃሚ ክቐርብ ይገብር፣ እንዲቀርብ ያደርጋል፣
3. ልቓሕ ንምውሳድ ዘድልዮ ቅድመ ኵነት 3. ብድር ለመውሰድ የሚያስፈልግ ቅድመ
ብምምላእ ናብ ትካል ክቐርብ ኣለዎ። ሁኔታ በማሟላት ወደ ተቋም መቅረብ
አለበት።

ክፍሊ ኣርባዕተ ክፍል አራት

ምጥያሽ ፣ ስነ ስርዓት፣ ስልጣንን ተግባርን ቦርድ የቦርድ መቋቋም፣ ስነ ስርአት፣ ስልጣንና


ተግባር

ዓንቀፅ 8. ምጥያሽ ቦርድ አንቀጽ 8. የቦርድ መቋቋም

ተፀዋዕነቱ ንርእሰ ምምሕዳር ዝዀነ ቦርድ ተጠሪነቱ ለርእሰ መስተዳድር የሆነ ቦርድ

በዚ ኣዋጅ ተጣ¥ሹ ኣሎ፡፡ በዚህ አዋጅ ተቋቁሟል።

ዓንቀፅ 9. ኣባላት ቦርድ አንቀጽ 9. የቦርድ አባላት

1. ኣማኻሪ ጕዳያት ፖለቲካ ርእሰ 1. የርእሰ መስተዳድር የፖለቲካ ጉዳዮች

ምምሕዳር-ኣካቢ፣ አማካሪ…ሰብሳቢ፣

2. ቢሮ ፍትሒ ትግራይ…ምክትል ኣካቢ፣ 2. የትግራይ ፍትህ ቢሮ…ምክትል ሰብሳቢ፣

3. ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ትግራይ…ኣባል፣ 3. የትግራይ ጤና ጥበቃ ቢሮ…አባል፣

4. ትካል እግሪ ምትካል ትግራይ…ኣባል፣ 4. የትግራይ መልሶ ማቋቋም


ድርጅት…አባል፣

5. ማሕበራዊ ረድኤት ትግራይ…ኣባል፣ 5. የትግራይ ማሕበራዊ ተራድኦ…አባል፣

6. ቤት-ምኽሪ ንግድን ዘፈር ማሕበራትን 6. የትግራይ የንግድን የዘርፍ ማህበራት

ትግራይ…ኣባል፣ ምክር ቤት…አባል፣

7. ማሕበር ተጋደልቲ ትግራይ-ኣባል፣ 7. የትግራይ ታጋዮች ማህበር …አባል፣

6
ገፅ 7 ጋዜጣ ነጋሪት ትግራይ ቊ. ኣዋጅ 345/2012 ዓ.ም. ገፅ 7 የትግራይ ነጋሪት ጋዜጣ አዋጅ ቁ.345/2012 ዓ.ም.
ዓ.ም.ዓ.ም.፤ዓ.ም

8. ማሕበር ጕድኣት ኵይናት ትግራይ… 8. የትግራይ የጦር ጉዳተኞች ማህበር…


ኣባል፣ አባል፣
9. ማሕበር ኣንስትዮ ትግራይ...ኣባል፣ 9. የትግራይ የሴቶች ማህበር…አባል፣
10. ማሕበር ሓረስቶት ትግራይ…ኣባል፣ 10. የትግራይ አርሶ አደሮች ማህበር ---
አባል፣
11. ማሕበር መናእሰይ ትግራይ…ኣባል፣ 11. የትግራይ ወጣቶች ማህበር…አባል፣
12. ማሕበር ደቂ ስውኣት…ኣባል 12 . ማሕበር ደቂ ስውኣት…አባል
13. ቢሮ…ብዘይድምፂ ፀሓፊ እዮ፡፡ 13 . ቢሮ…ያለድምጽ ፀሓፊ ነው፡፡
ዓንቀፅ 10. ስልጣንን ተግባርን ቦርድ አንቀጽ 10. የቦርድ ስልጣንና ተግባር
1. ፈንድ የተኣኻኽብ፣ ብትልሚ የመሓድር፣ 1. ፈንድ ያሰባስባል፣ በእቅድ ያስተዳድራል፣
ይቈፃፀር፣ ይቆጣጠራል፣
2. እቶት ፈንድ ክስስን ይሰርሕ፣ የለዓዕል፣ 2. የፈንድ ገቢ እንዲጎለብት ይሰራል፣
የተሓባብር፣ ይቀሰቅሳል፣ ያስተባብራል፣
3. ኣጠቓቕማ ፍትሓውነት ፈንድ የነፅር፣ 3. የፈንድ ፍትሃዊ አጠቃቀም ያስቀምጣል፣
ጐንፂ ረብሓ ብዘይፈጥር መንገዲ ናብ የጥቅም ግጭት በማይፈጥር መንገድ
ተጠቃሚ ክበፅሕ ይሰርሕ፣ ለተጠቃሚ እንዲደርስ ይሰራል፣
4. ኣንፈትን ኣፈፃፅማን መፅናዕትን ምልመላን 4. የተጠቃሚ ጥናት እና ምልመላ አቅጣጫ
ተጠቃሚ የቐምጥ፣ እና አፈጻጸም ያስቀምጣል፣
5. መጠን ገንዘብ ደገፍ ተጠቃሚ ይውስን፣ 5. የተጠቃሚ የድጋፍ ገንዘብ መጠን
ይወስናል፣
6. ተጠቃሚ እንታይ ዓይነት፣ ብኸመይ 6. ተጠቃሚ ምን አይነት፣ በምን መንገድ፣
መንገዲ፣ መዓዝን ብመንን ደገፍ መቼ እና በማን ድጋፍ እንደሚያገኝ
ከምዝረክብ ይውስን፣ ኣፈፃፅምኡ ይወስናል፣ አፈጻጸሙ ይከታተላል፣
ይከታተል፣ ይቈፃፀር፣ ቆጣጠራል፣
7. ኣብ ስርዓት ደገፍ ተጠቃሚ ዘጋጥሙ 7. በተጠቃሚ ድጋፍ ስርአት ላይ
ፀገማት ይፈትሕ፣ የሚያጋጥሙ ችግሮች ይፈታል፣
8. ደገፍ ንዝገብሩ ኣካላት ኣፍልጦ ክረኽቡ 8. ድጋፍ የሚያደርጉ አካላት እውቅና
ይሰርሕ፣ እንዲያገኙ ይሰራል፣

7
ገፅ 8 ጋዜጣ ነጋሪት ትግራይ ቊ. ኣዋጅ 345/2012 ዓ.ም. ገፅ 8 የትግራይ ነጋሪት ጋዜጣ አዋጅ ቁ.345/2012 ዓ.ም.
ዓ.ም.ዓ.ም.፤ዓ.ም

9. ደገፍ ንዝገብሩ ኣካላት ዝደልዩዎ ፀብፃብ 9. ድጋፍ የሚያደርጉ አካላት የሚፈልጉት


ዝረኽብሉ ኵነታት ይውስን፣ ሪፖርት የሚያገኙበት ሁኔታ ይወስናል፣
10. በብእዋኑ ፀብፃብ ኣፈፃፅማ ስርሑ ንርእሰ 10. በየወቅቱ የስራ አፈጻጸም ሪፖርቱ ለርእሰ
ምምሕዳር የቕርብ፡፡ መስተዳድር ያቀርባል
ዓንቀፅ 11. ኣወሃህባ ውሳነ ቦርድ አንቀጽ 11. የቦርዱ ውሳኔ አሰጣጥ
1. ምልኣተ ጕባኤ ልዕሊ ፍርቂ እንትርከቡ 1. ምልአተ ጉባኤ ከግማሽ በላይ ከተገኙ
ይኸውን፣ ይሆናል፣
2. ውሳነ ዝሓልፍ ካብ ዝተረኸቡ ኣባላት 2. ውሳኔ የሚያልፈው ከተገኙ አባላት
50% +1 ብዝደገፎ ይኸውን፣ 50%+1 የደገፈው ይሆናል፣
3. ማዕረ ድምፂ ኣብ ዝዀነሉ ጊዜ ኣካቢ 3. እኩል ድምጽ በሚሆንበት ጊዜ ሰብሳቢው
ድምፂ ዝሃበሉ ሓሳብ ተፈፃሚ ይኸውን፣ ድምጽ የሰጠበት ሃሳብ ተፈጻሚ ይሆናል፣
4. ቦርድ ኣሰራርሕኡን ውሳንኡን ዝምልከት 4. ቦርዱ አሰራሩ እና ውሳኔውን የሚመለከት
መምርሒ ከውፅእ ይኽእል፡፡ መመርያ ሊያወጣ ይችላል፡፡
ዓንቀፅ 12. ኣኼባ ቦርድ አንቀጽ 12. የቦርድ ስብሰባ
1. ስሩዕ ኣኼባ ቦርድ በቢ 3 ወርሒ ይኸውን፣ 1. መደበኛ የቦርድ ስብሰባ በየ 3 ወር
ይሆናል፣
2. ህፁፅ ኣኼባ እንተድሊ እቲ ኣካቢ ኣብ 2. አስቸኳይ ስብሰባ ሲያስፈልግ ሰብሳቢው
ዝዀነ ጊዜ ክፅውዕ ይክእል፣ በማንኛውም ጊዜ ሊጠራ ይችላል፣
3. ካብ ኣባላት 2/3 ኣኼባ ንኽካየድ እንትሓቱ 3. ከአበላት 2/3 ስበሰባ እንዲካሄድ ሲጠይቁ
ኣብ ዝዀነ ጊዜ ብኣካቢ ወይ ወኪሉ ኣኼባ በማንኛውም ጊዜ ሰብሳቢው ወይም ወኪሉ
ይፅዋዕ። ስብሰባ ይጠራል።
ዓንቀፅ 13. ስልጣንን ተግባርን ቢሮ አንቀጽ 13. የቢሮ ስልጣንና ተግባር
ዝርዝሩ ብመምርሒ ክወፅእ ዝኽእል ኰይኑ፡- ዝርዝሩ በመመሪያ ሊወጣ የሚችል ሆኖ፡-
1. ብመሰረት ኣንፈት ቦርድ በብብርኪ 1. በቦርዱ አቅጣጫ መሰረት በየአስተዳደር
ምምሕዳሩ ኮሚቴ ብምጥያሽ መፅናዕትን ደረጃው ኮሚቴ በማቋቋም የተጠቃሚ
ምልመላን ተጠቀምቲ የካይድ፣ ክካየድ ጥናት እና ምልመላ ያካሂዳል፣ እንዲካሄድ
ይገብር፣ ያደርጋል፣
2. ብመሰረት ቦርድ ዝህቦ ኣንፈት ቀዳምነት 2. ቦርድ በሚሰጠው አቅጣጫ መሰረት
ደገፍ ብዝሕብር መልክዑ ንተጠቃማይ የድጋፍ ቀደምትነት ተጠቃሚውን ከከበደ

8
ገፅ 9 ጋዜጣ ነጋሪት ትግራይ ቊ. ኣዋጅ 345/2012 ዓ.ም. ገፅ 9 የትግራይ ነጋሪት ጋዜጣ አዋጅ ቁ.345/2012 ዓ.ም.
ዓ.ም.ዓ.ም.፤ዓ.ም

ካብ ዝኸበደ ክሳብ ዝቐለለ ፀገም ብዘርእይ እስከ የቀለለ ችግር በሚያመላክት መልኩ
ዝርዝር ስምን ሰነድን ብምሓዝ ደገፍ ስም ዝርዝርና ሰነድ በመያዝ ድጋፍ
ዝረኽበሉ መንገዲ የመዓራሪ፣ የሚያገኝበት መንገድ ያመቻቻል፣
3. ክፍሊት ፈፃሚ ሓርዩ ብቦርድ 3. ክፍያ ፈጻሚ መርጦ በቦርድ ሲጸድቅለት
እንትፀድቀሉ ክሰርሕ ይገብር፣ እንዲሰራ ያደርጋል፣
4. ዝውውር ቦታ ክፍሊት ተጠቃሚ ይውስን፣ 4. የተጠቃሚ የክፍያ ቦታ ዝውውር
ይወስናል፣
5. ትካል ሓርዩ ብቦርድ እንትፀድቀሉ ምስ 5. ተቋም በመምረጥ በቦርድ ሲጸድቅለት
ተጠቃሚ ክተኣሳሰር ይገብር፣ ከተጠቃሚ ጋር እንዲተሳሰር ያደርጋል፣
6. ብመሰረት ቦርድ ዝህቦ ኣንፈት ፍልፍል 6. ቦርድ በሚሰጠው አቅጣጫ መሰረት
እቶት ፈንድ ኣብ ዘደንፍዑ ስራሕቲ የፈንድ የገቢ ምንጭ በሚያጎለብቱ
ይነጥፍ፣ ስራዎች ላይ ይሰራል፣
7. ቅርታ ተጠቃሚ ዝመሓደረሉ መምርሒ 7. የተጠቃሚ ቅሬታ የሚተዳደርበት
ብምውፃእ ክፍፀም ይገብር፣ መመርያ በማውጣት እንዲፈጸም
ያደርጋል፣

8. ብመሰረት ቦርድ ዝህቦ ኣንፈት ቍፅሪ 8. ቦርድ በሚሰጠው አቅጣጫ መሰረት

ሒሳብ ባንኪ ፈንድ ብቢሮ ትልምን የፈንድ የባንክ ሂሳብ ቁጥር በትግራይ

ፋይናንስን ትግራይ ክኽፈት ይሰርሕ፣ የእቅድና ፋይናንስ ቢሮ እንዲከፈት


ይሰራል፣
9. ቤት ፅሕፈት ቦርድን ፈንድን ኰይኑ 9. የቦርድ እና የፍንድ ጽህፈት ቤት ሆኖ
የገልግል፣ ያገለግላል፣
10. ፀሓፊ ቦርድ ብምዃን ኣጀንዳ የቕርብን 10. የቦርድ ጸሃፊ በመሆን አጀንዳ ያቀርባል
ቃለ ጕባኤ ይሕዝን፣ ቃለ ጉባኤም ይይዛል፣
11. ኣፈፃፅማ ደገፍ ዝተፀገሙ ተጋደልትን 11. የተቸገሩ ታጋዮችና የሰማእት ቤተሰቦች
ስድራ ስውኣትን ዝምልከት ፀብፃብ ንቦርድ ድጋፍ አፈጻጸም በሚመለከት ለቦርድ
የቕርብ፡፡ ሪፖርት ያቀርባል፡፡

9
ገፅ 10 ጋዜጣ ነጋሪት ትግራይ ቊ. ኣዋጅ 345/2012 ዓ.ም. ገፅ 10 የትግራይ ነጋሪት ጋዜጣ አዋጅ ቁ.345/2012 ዓ.ም.
ዓ.ም.ዓ.ም.፤ዓ.ም

ክፍሊ ሓሙሽተ ክፍል አምስት


ዝተፈላለዩ ድንጋገታት ልዩ ልዩ ድንጋጌዎች
ዓንቀፅ 14. ምውፃእ ስልጣን ደንብን መምርሕን አንቀጽ 14. ደንብ እና መመርያ የማውጣት
ስልጣን
1. ስራሕ ፈፃሚ ኣብዚ ኣዋጅ ኣብ ዝተዘርዘሩ 1. ስራ አስፈፃሚ በዚህ አዋጅ የተዘረዘሩ
ዋኒናት ንመፈፀሚ እዚ ኣዋጅ ዝኸውን ጉዳዮች ለማስፈጸም የሚያስችል ደንብ
ደንቢ የውፅእ፣ ያወጣል፣
2. ቢሮ ኣብዚ ኣዋጅ ኣብ ዝተዘርዘሩ ዋኒናት 2. ቢሮ በዚህ አዋጅ የተዘረዘሩ ጉዳዮች ይህንን
ነዚ ኣዋጅን ነዚ ኣዋጅ ስዒቡ ዝወፅእ አዋጅና አዋጁን ተከትሎ ለሚወጣ ደንብ
ደንብን መፈፀሚ ዝኸውን መምርሒ ማስፈጸሚያ የሚሆን መመሪያ ያወጣል፣
የውፅእ
ዓንቀፅ 15. መሰጋገሪ ድንጋገ አንቀጽ 15. የመሸጋገሪያ ድንጋጌ
1. ኣቐዲሙ ኣብ ስራሕ ብዝነበረ ኣዋጅን 1. አስቀድሞ በስራ ላይ በነበረው አዋጅና
መምርሕን ዝተረኸበ መሰል ሕልው ኰይኑ መመርያ የተገኘ መብት ተጠብቆ
ይቕፅል፣ ይቀጥላል፣
2. ኣቐዲሙ ኣብ ስራሕ ብዝነበረ ኣዋጅን 2. አስቀድሞ በስራ ላይ በነበረው አዋጅና
መምርሕን ዝተጀመረ ቅርታ ይዅን መመርያ የተጀመረ ቅሬታ ይሁን አቤቱታ
ጥርዓን በቲ ዝነበረ ሕጊ ዝውዳእ ይኸውን፣ በነበረው ህግ የሚያልቅ ይሆናል፣
ዓንቀፅ 16. ተፈፃምነት ዘይብሉ ሕጊ አንቀጽ 16. ተፈጻሚነት የሌለው ህግ
1. ቍፅሪ ኣዋጅ 270/2008 ዓ.ም. ስልጣንን 1. አዋጅ ቁጥር 270/2008 ዓ.ም. የትግራይ
ተግባርን ፈንድ ምትሕግጋዝ ስድራ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስት የሰማእታት
ስዉኣትን ፅጉማት ተጋደልትን ብሄራዊ ቤተሰቦች እና በችግር ላይ ያሉ ተጋዮች
ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ንምጥያሽን የእገዛ ፈንድ ለሟቋቋም፣ አጠቃቀሙ፣
ኣጠቓቕምኡን ንምውሳንን ዝወፅአ ኣዋጅ ስልጣኑና ተግባሩ ለመወሰን የወጣ አዋጅ
በዚ ኣዋጅ ተሳዒሩ ኣሎ፣ በዚህ አዋጅ ተሽሯል፣
2. ቍፅሪ መምርሒ 2/2009 ዓ.ም. ዝተፀገሙ 2. መመርያ ቁጥር 2/2009 ዓ.ም. የተቸገሩ
ስድራ ሱውኣትን ተጋደልትን ንምሕጋዝ የሰማእት ቤተሰቦችና ታጋዮች ለማገዝ
ዝወፀ መምርሒ ቤት ምኽሪ ስራሕ ፈፃሚ የትግራይ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስት የስራ
ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ በዚ አስፈጻሚ ምክር ቤት የወጣ መመርያ በዚህ
ኣዋጅ ተሳዒሩ ኣሎ፣ አዋጅ ተሽሯል፣
10
ገፅ 11 ጋዜጣ ነጋሪት ትግራይ ቊ. ኣዋጅ 345/2012 ዓ.ም. ገፅ 11 የትግራይ ነጋሪት ጋዜጣ አዋጅ ቁ.345/2012 ዓ.ም.
ዓ.ም.ዓ.ም.፤ዓ.ም

3. ነዚ ኣዋጅ ዝፃባእ ዝዀነ ሕጊ ይዅን 3. ይህንን አዋጅ የሚቃረን ማንኛውም ህግ


ኣሰራርሓ ኣብዚ ኣዋጅ ኣብ ዝተሸፈኑ ይሁን አሰራር በዚህ አዋጅ በተሸፈኑ
ዋኒናት ተፈፃምነት የብሉን፡፡ ጉዳዮች ላይ ተፈጻሚነት የለውም፡፡
ዓንቀፅ 17. ተፈፃምነት እዚ ኣዋጅ አንቀጽ 17. የአዋጁ ተፈጻሚነት
እዚ ኣዋጅ ካብ 20/05/2012 ዓ.ም. ይህ አዋጅ ከቀን 20/05/2012 ዓ.ም.
ጀሚሩ ተፈፃሚ ይኸዉን፡፡ ጀምሮ ተፈጻሚ ይሆናል፡፡

ደብረፅዮን ገብረሚካኤል (ዶር.) ደብረፅዮን ገብረሚካኤል (ዶር.)


ምክትል ፕረዚደንት የትግራይ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስት
ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ምክትል ፕረዚደንት
መቐለ መቐለ

11

You might also like