You are on page 1of 20

መን ይሙት? - ትግራይ ድስ ምውት ቀታሉ ትግራይ?

ብተጋዲሊይ ሕዴሮም ተስፋይ (Medical Doctor)

1. መእተዊ

ትግራይ ብዯመኛታትን ታሪኻውያን ጸሊእታ ሞት ክፍረዲ ንቡር እዩ። ምኽንያቱ ዋሊ ብስነ-


ሞጎት ርትዒዊ ኣይኹን ጸሊእቲ ትግራይ ንህሊወ ትግራይ ከም ሞቶም ሪኦም ሞታ ክሓሌሙን
ንሞታ ክ዗ምቱን ግቡእ ሰሇዜኾነ። ዗ይንቡርን ዗ይግቡእን ግና ንሕና ተጋሩ ከም ህዜቢ ብዜበሇጸ
ዴማ ዯም ተጋሩ ሰትዩ ዗ይረዊ ንትግራይ ዜገዜእ ዗ል ሓይሉ ንቅትሇት ትግራይ ክወፍርን
ዴቃስ ስኢኑ ክሓዴርን እዩ። ብስሩ ውን ከምዙ ዜበሇ ተጋንፎ ኣብ ዒሇም ተራእዩ ዗ይፈሌጥ
ብመሕ዗ናይነቱ ተወዲዲሪ ዗ይረኸበ መሕ዗ኒ ዴራማ እዩ። ናይዙ ከምዙ ዜኣመሰሇ መስዯመሚ
መሕ዗ኒ ዴራማ መበገሲ ከዒ፤ እቲ ንባዕለ ነብሰ-ቅትሇት ፈጺሙ ንትግራይ ሒ዗ያ ናብ
መቓብር እንተ዗ይወረዴኩ ብዜብሌ ናይ ጠፊእኻ ምጥፋእ ፍሌስፍና ዜጎዒዜ ዗ል ኣካሌ ንባዕለ
ሞቱ ዗ይኣመነ ህዜቢ ትግራይ ዴማ ናቱ ሞት ዗ይተቐበሇ ምዃኑ እዩ። ግዯ ሓቂ ግን ህወሓት
ሞይቱ እዩ።

2. ኣገባብ ሞት ህወሓት

ህወሓት ኣብ ቀዲማይ መፋርቕ 1960ታት ኣብቲ ብመግዚእቲ ኣምሓራ ኢትዮጵያ ዜቖሰሇን


ዜሓረረን ብሄራዊ ማህጸን ህዜቢ ትግራይ ተጠኒሱ ኣብ 1967 ዒ/ም ተወሉደ። ዴሕሪ ምውሊደ
ብዘሕ ከይጸንሐ ካብ ትግራዋይ ምዃን ጀርመናዊን ሩስያውን ኮምዩኒስት ሓይሉ ክኸውን
መሪጹ ብዕሉ ካብ ባህግን ብሄራዊ ሕሌምን ተጋሩ ተፈሌዩ። ብናይ ማርክስን ላኒን መንፈስ
ሊዕጢጡ ዜሓሇሞ ኣብ ኢትዮጵያ ዘፋን ናይ ምዴፋእን ሃፍቲ ኢትዮጵያ ናይ ምግባትን ህርፋን
ክዕወት ግን ብመስዋእቲ ንጹሃን ተጋሩ ክኸውን ሰሇዜነበሮ ግና፤ ክሳብ ውዴቀት ዯርጊ ንህዜቢ
ትግራይ ብሙዙቃን ዴራማን ብሄራዊ ስምዑቱ እናቖስቆሶ ናብ ኩናት ከሳውሮ ናይ ግዴን
ነይሩ። ኮነ ዴማ ህወሓት ወንበር ኣዱስ ኣበባ ናይ ምቁጽጻር ዕሊማ ሒዘ ህዜቢ ትግራይ ከዒ
ካብ መግዚእቲ ኣምሓራ ኢትዮጵያ ናይ ምንጋፍ ባህጊ ሒዘ፤ ጽምድ ፈጢሮም ግን ዴማ
በበይኑ ዜኸይዴ ሞጓዕዜቲ ኮይኖም፤ ቃሌሲ 17 ዒመታት ኣብቅዏ። ከም ውጽኢቱ ዴሕሪ
ውዴቀት ዯርጊ ዜመጸ ዗በን ዗በነ ሕብጅርጅር ኮይኑ፤ ንህወሓት ናይ ስሌጣን ምብሓት ዒወት
ንህዜቢ ትግራይ ዴማ ግዜያዊ ዒወት ዜመስሌ ዴማ ክፋእ ዜሓ዗ሇ ፓሇቲካዊ ውዴቀት ኮይኑ

1|Page
ቀጸሇ። ንህወሓት ዜቐተሇ ሕማም እምበኣር ብግሌጺ ፈጢጡ ክርኣይ ዜጀመረ ኣብ ምብሓት
እዙ ዗በን ነበረ።

ከምቲ ሌዕሌ ኢለ ዜተጠቐሰ፤ ህወሓት በቲ ዜቐተል ሕማም ዜተሇኸፈ ዲርጋ ብዕሸለ ካብ


ከብዱ ኣዱኡ ውጽእ ምስበሇ እዩ ነይሩ። ህወሓት ትግራዋይነት ፈንፊኑ ኮምዩኒስታዊ ኮይኑ
ብሽም ኣዴማሳዊ ህዜባውነት፤ ብመስዋእቲ ህዜቢ ትግራይ ናይ ኢትዮጵያ ጎይታ ኮይኑ
ምስቶም ንባዕለ ንህወሓት ውን ብትግራዋይነቱ ዜጸሌእዎ ህዜብታት ክነብር ክውስን ከል፤
ኣሽዐ እዩ ህወሓት ሌኹፍ ዗ይሓዊ ሕማም ዜኾነ።

ዴሕሪ ዒወት ህዜቢ ትግራይ ከም ብሄር ተወዱቡ ንብሄራዊ ሕሌሙ እናሓሰበ ናተይ ሕሌሚ
ኣይገሃዴን ዜበሇ ህወሓት፤ ንህዜቢ ትግራይ ክብትኖን ከዲኽሞን እዩ ወሲኑ። እዙ ጨቃን
ውሳነ ህወሓት ብህጹጽ ክፍጸም ሰሇዜነበሮ ከዒ ዴሕሪ ምፍንጣጥ ወንበር ኣዱስ ኣበባ እርይ
ብቑጽር ተገባራዊነቱ ጋህዱ ኮነ። መጀመርያ ኣብ ቃሌሲ 17 ዒመታት ዜፈረየ ሰራዊት ህዜቢ
ትግራይ ፈራሪሱ ተበተነ። ብምቕጻሌ ንህዜቢ ትግራይ ብከባብያውነት ዒላታውነትን በታተኖ።
ቀጺለ “ትግራይ ዒዯይ” ዜብሌ ስምዑታት ዗ንጸባርቑ ምሁራን መራሕትን ሰንከሇን በተነን። ብዙ
ኣይኣኸልን፤ ህዜቢ ትግራይ ኣብ ዒደ ከየሌምዕን ከየፍርን “ሌምዒትካን ህሌውናኻን ኣብ
ኢትዮጵያ እዩ ዜረጋገጽ” ዜብሌ መንጉሕ ኣምጺኡ፤ ትግራዋይ እናተጸሌአ ኣብ መሊእ ኢትዮጵያ
ተበቲኑ ኣዯዲን ጠበነነን ሕስዴን ክኸውን ገበሮ። እዙ ኩለ ሪኢኻ ሕማም ህወሓት ዗ይሓዊ
ሓዯገኛ ሕማም መንሽሮ ከምዜኾነ ይበርሃሌካ።

ኣብ ሞንጎ እዙ ህወሓት ስትራቴጂካዊ ጠመተ ኣብ ዗ይብለ ንህዜቢ ትግራይ ናብ ቀጻሉ ክባን


ዕጽዋን ዗እቱ ናይ ወጻኢ ጉዲይ ፓሉሲታት ሓንጺጹ፤ ነታ ኣብ ኣዱስ ኣበባ ዜበሓታ ወንበር
ጨረታ ክሕለ ተጓየየ። ምስ ስርዒት ኣስመራ ናብ ዯማዊ ኩናት ኣትዩ ኣብ ውሽጢ 25
ዒመታት ንካሌኣይ ግ዗ ዯም መናእሰይ ትግራይ ኣፍሰሰ። ዯም ተጋሩ ንበሇሌ ፈሲሱ ኩናት ብ
ኣይሰሊም ኣይኩናት ዜብሌ ዜኸሰረ ፓሉሱ ተኪኡ፤ ትግራይ ምእንተ ዴሕነት ኢትዮጵያ ትሕጃ
ተታሒዚ ቀጸሇት። በዙ ፓሉሲ ዴማ ስርዒት ኣስመራ ዴሕሪ 20 ዒመታት ንህወሓት ንባዏለ
ክቐትል ንትግራይ ከዒ ከበሳብሳ ዕዴሌ ረኸበ። ካብዙ ሕሌፍ ኢለ ህወሓት ብሽም ረብሓ
ኢትዮጵያ ኣንጻር ረብሓ ህዜቢ ትግራይ ዜኾኑ ዝባውን ዒሇምሇኻውን ጸሊእቲ ፈጠረሌና። ኣብ
዗ይግዲሹ ምስቶም ልሚ ንጥፍኣትና ወጊኖም ዜሰርሑ ዗ሇው ብዒሌ ቻይና ወጊኑ ንትግራይ
ምስ ኣሜሪካን ምዕራባውያን ኣበኣሳ። ን዗ይንርበሓለ ናይ ማይ ፓሇቲካ ኣብዙ ዝባ ኣብ ጸገምና
ክበጽሕሌና ይኽእለ ምስዜነበሩ ሃገራት ፈሊሇየና።
2|Page
እዙ ኹለ እንትግበር ነቶም ህወሓት ኣብ ሌዕሉ እቲ ናይ ባዕለ ሕማም ኣብትርቲ ወሲኾም
ክቐትሌዎ ዜንህዯደ ዜነበሩ ሓይሌታት ኣምሓራን ኢትዮጵያን ፌሽታን ታሕጓስን ኮነልም።
ቀዯሙ ውን ንህዜቢ ትግራይ ክንቀትሌ ምእታን ፈሇማ ህወሓት ካብ ህዜቢ ትግራይ ተነጺለ
እንካዕ ናብ ኣዱስ ኣበባ መጸሌና ይብለ ሰሇዜነበሩ፤ ህወሓት ቁርብ ጽንፋፍ ትግራዋይ ስምዑት
ከይህሌዎ እሞ ከይዴሕን እናተሻቐለ፤ ወግሐ ጸብሐ ኣይማዩ ኣይሰማዩ “ንትግራይ ተዲለ
ኣሇኻ ናይ ትግራይ ሌዕሌነት ትፈጥር ኣሇኻ” እናበለ ኣሰክፍዎ። ህወሓት ሆየ ግን ካብ
ሰሌጣኑን ሓሇውቲ ስሌጣኑን ወጻእ ካሌእ ዜውግነለ ዗መዴ ኣይነበሮን እሞ፤ “ካብ ሓመኹምኒ
ሲ ጥራሕ ዯኣ እዚ ናይ ኣዱስ ኣበባ ወንበር ኣይትመንጡለኒ እምበር ናቱስ ዯሓን ንትግራይ
ብምጉዲእ ተኣማንነተይ ከሪኤኩም እየ” ብምባሌ፤ ምስ ትግራዋይነት ክበታተኽ ፈውሱ
እናፈንፈነ ሞቱ ባዕለ ኣቀሊጠፈ።

“ጥራሕ ወንበረይን ብኣኣ ኣቢሇ ዜሰርቀን ሃፍትን ኣይተሕዴጉኒ እምበር ህዜቢ ትግራይ ሲ
ባዕለ ይፈሌጥ” ዜብሌ መረጋገጺ ቃሌ ዜረኸቡ ናይ ትማሉ መሊፍንቲ ህወሓት ናይ ልሚ
ወረርትና ዴማ ኣመና ተሓጊሶም፤ “ዯሓን እቲ ትሰርቆ ሃፍቲ ናበይ ከይኸዯና” ብምባሌ
ፈተውቲ መሲልም እናሰሓቑ፤ ነታ ወንበር ከመይ ከምዜጥሌዎ ክበሌሓቱ ጀመሩ። ብሌሓቶም
ከዒ ፈታዊ መሲሌካ ንጻሊኢኻ ቀሪብካ ባዕለ ንባዕለ ክበሌዕ ምግባር ዜብሌ ኮነ። ኣብ መዒንጣ
ህወሓት ኣትዮም ንመራሕቲ ህወሓት ምብኣስን ምስጢራት ህወሓት ንግዲም ምብታትን
ስራሕና ኢልም ሓዜዎ። ህወሓት ንህዜቢ ትግራዋይ ውን እንተኾነ ኣንጻር ሰሌጣኑ እንተሊዑለ
መጨፍሇቒ ክጥቀመሇን ናይ መወዲእታ ናይ ህሌውና በትሩ ገይሩ ናብ ዜሃነጸን ትካሊት
ሰራዊትን መሓውር ዴሕነትን ከይተረፈ ንዕኡ እናዯራረዘ ኣተውወን። ካብ ምእታው ንሊዕሉ
መወቅዑ ህወሓትን ብዜበሇጸ ዴማ መውረሪ ህዜቢ ትግራይ ከምዜኾና ገይሮም ሃዯሽዯሽ
ኣበሌዎን። እዙ ኹለ እንትግበር ግና መሪሕነት ህወሓት ብጥቕምን ሕደር ጉጅሇኣውን
ውሌቃውን ቂም ነንባዕለ ይባሊዕን ይናኸስን ነበረ። ነንባዕለ ክናኸስ ተመቓቒለ ምስ ጓና
ወጊኑ ነንባዕለ ይቀታተሌ ነበረ። እቲ ዴሒሩ ዜቐተል ሕማም ሓይሌዎ ወሊ ሓዯ እኳ እንታይ
ይግበር ከም዗ል ዜርዴኦ ኣይነበረን። ገሇ ካብ መሪሕነቱ እንተነቕሐ ውን ብምሒር ጽሌኣት
ብጻዩን ሓውን ሰኺሩ ንነበሰ-ቅትሇት ምስ ጓኖት ክሽርሕ ስኽፍ ኣይበልን።

ብኸምዙ ሰሪሖም ዒወቶም ዜጽበዩ ዜነበሩ ጸሊእቲ፤ ብውሽጥን ብዯገን ተዋዱድም ሇይትን
ቀትርን ከይዯቀሱ፤ ኣብ 2010 ሕማም ህወሓት ካብ ግ዗ ናብ ግ዗ ተጋዱደ ከም ተመን ባዕለ
ንባዕለ በሉዐ ዜሞተለ ግ዗ ከምዜኣኸሇ ተረዱኦም፤ ንናይ መወዲእታ ቀብሪ ተዲሇዉ። ኮነ ዴማ

3|Page
ዴሕሪ ጽፉፍን ስትራቴጂካውን ስርሒት ብ 2010 ካብ ዜውሇዴ ኣብ መበሌ 43 ዒመቱ ኣብታ
ብጽምኢ ስሌጣንን ህረፍ ንዋይንን ዜተመግዯረሊ ኣዱስ ኣበባ ቀበርዎ። ህወሓት ንሌዕሉ 40
ዒመታት ነብሱ ፈንፊኑ ምስ መዴሓኒቱ ትግራዋነት ተጻሉኡ ኣብ ነዊሕ ጻዕረ ሞት ዴሕሪ
ምጽናሕ፤ ኣብ መበሌ 43 ዒመቱ ብሓይሉ ጸሊእቲ ህዜቢ ትግራይ ዗ይኮነስ ብቀንደ
ብወሇንትኡ ባዕለ ንባዕለ ቀተሇ።

እወ ህወሓት ሞይቱ እዩ። እንተኾነ ሞት ህወሓት ባዕለ ኣይተቐበልን ህዜቢ ትግራይ ውን ገና


ኣይኣመነን። ነዙ ጽሑፍ እተንበቡ ሰባት “ህወሓት ኣል እንድ ይዚረብ፣ እንተሞይቱ ኸ ዯኣ
መን እዩ ንትግራይ ዜመርሓ ዗ል፣ ሰሇምንታይ ከ ብውምውት ንምራሕ፣ ሰሇምንታይ ከ ህዜቢ
ትግራይ መመራጺ ዗ይፈጠረን ዗ይተከአን” … ወ዗ተረፈ ዜብለ ሕቶታት ክተሌዕለ ትኽእለ።
እንተኾነ ሞት ህወሓት ክበሃሌ ከል ፓሇቲካዊ ሞት እምበር ምለእ ኣካሊዊ ሞት ማሇት
ከም዗ይኮነ እንተተረዱእኹም፤ ሞት ህወሓት ተቐቢሌኩም ናትኩም መፍትሒ ከምተናዴዩ
ኣየጠራጥርን።

ብሞት ህወሓት ኣይቀበጽናን ወይ ዴማ ኣይንቕበሇን ዜበሇ አንተል ከዒ፤ ህወሓት ከም


ፓሇቲካዊ ውዴብ ከመይ ፓሇቲካዊ ሞት ከምዜሞተ ነ዗ን ቀጺሇን ዗ሇዋ ዜርዜር ነጥብታት
ኣሌዑለ መሌሱን ሞጎቱን የዲለ። እሰከ ነ዗ን ቀጸሌቲ ፓሇቲካዊ ሞት ህወሓት ዗ረጋግጻ ዜርዜር
መርትዖታት ንርአ፥

 ብ 2010 ዒ/ም ብውዱትን ግዲማውን ውሽጣውን ጸሊእቲ ተወቒዐ ባንክን ታንክን


ክምንጠሌ ከል፤ ህወሓት ወዴዒውነት ፓሇቲካን እንታይነት ትርጉም ወንበር ኣዱስ ኣበባ
ኣይተረዴኦን። ኣብ ክንዱ ተበራቢሩ ፈውሲ ሞት ምእሊሽ ነታ ን዗ሌኣሇም ከም዗ይረኸባ
ዜተመን዗ዏት ወንበሩ ከመሌስ ክሳብ ልሚ ኣብ ሕሌሚ ቀትሪ ይነብር ኣል።
 ህወሓት ካብ መፈጠሩ ፓሇቲካ ኢትዮጵያ ዗ይርዴኦ ምዃኑ ፍለጥ እኳ እንተኾነ፤
ብትካሊት ኢትዮጵያን ሃገርነት ኢትዮጵያን ተወቒዐ እንከል፤ ክሳብ ልሚ ጸሊኢኡ መን
ምኻን ካበይ መጽዩ ከምዜወቕዖ ኣይፈሌጥን። ልሚ ውን ኣብ ባይታ ዗የሇ ፍረ ዗ይብለ
዗ረባ እናዯጋገመ፤ “ኣብይ ዯኣ እዩ ጸሊኢና እምበር ኢትዮጵያ ሃገርና እያ” እናበሇ ይነብር
ኣል።
 ብ 2010 ምለእ ፓሇቲካዊ ሞት ከፊሌ ኣካሊዊ ሞት ሞይቱ ከብቅዕ፤ እቲ ዜተረፈ ኣካለ
ናብ ትግራይ ክሕባእ ዜተመሇሰ ሓይሉ፤ ልሚ ውን ከም ቀዯሙ ከምቲ ናይ ቅዴሚ 40
ዒመታት ንህዜቢ ትግራይ ኣታሉለ ናብ ወንበር ኣዱስ ኣበባ ክምሇስ ዜሓስብ ሕሌንኡ
4|Page
ዜዒረበ ምዃኑ። ህዜቢ ትግራይ ፈጺሙ ናይ ትማሉ ታሪኽ ክዯግም ዴላት
ከም዗ይብለን ካብ ኢትዮጵያ ብሌቢ ከምዜተፈሇየን ፈጺሙ ክመጸለ ኣይከኣሇን።
 ህወሓት ኣብ ዒሇም ዴሕሪ 1983 ዒ/ም ናይ ወጻኢ ዜምዴናታት መመ዗ኒ ሮቛሒ
ብሄራዊ ረብሓ እምበር ስነ-ሓሳብ/ኣይዱዮልጂ ዗ይምዃኑ ከይተረዴኦ ነብሰ-ቅትሇ ፈጺሙ
ከይኣኽል፤ በዙ ጉጉይ መገዱ መሓዚ ዗ይብለ ክተርፍ ከል ፈጺሙ ዗ይተረዴኦ ምንባሩ
ከይኣክሌ፤ ልሚ ውን በቲ ቅዴሚ 31 ዒመታት ዜተጠቐመለ ናይ ምትሊሌ ሜሊ
ንምዕራባውያን ከታሌሌ ይፍትን።
 ህዜቢ ትግራይ ብሰሪ ዒብሊሌን ገባትን ህረፍ ስሌጣንን ንዋይን ህወሓት መማረጺ ትካሌ
዗ይብለ ምትራፉ ተስፋ ኣቕሪጽዎ፤ ነቲ ከፊሌ ኣካሌ ሒዘ ካብ ኣዱስ ኣበባ ዜሃዯመ
ዒርሲ/ምስሇ ህወሓት “ኣዮኻ ናይና እናበሇ” ትንፋስ ክፈጠረለ እንተፈተነ እኳ፤ ህወሓት
ግን ከም ቀዯሙ ከምዙ ዜበሇ ትግራዋይነት ዜተሊበሰ ህዜቢ ትግራይ ኣየንብረንን
ብምባሌ፤ ነቲ ሕዙ ኣጋጢሙ ዗ል ወራር ከይዲልን ከይዒጥቕን ኮነ ኢለ ሰሪሑ እዩ።
መናእሰይ ተጋሩ “ጸሊእቲ ክወሩና እዮም ዜዲሇው ዗ሇው ኣዕጡቕና” እንተበሇ፤ዒርሲ
ህወሓት “እዝም መናእሰይ ወያናይ ዳሞክራስያዊ መስመረይ ኣይዴግፉን
እንተተዒጢቖም ከዒ ናባይ ክትኩሱሇይ እዮም” ካብ ዜብሌ ሓጥያተኛ መርገጺ ተበጊሱ፤
ንባዕለ ንቀጻሉ ኣካሊዊ ሞት ንመናእሰይ ብሓፈሻ ዴማ ንህዜቢ ትግራይ ግዲይ ጄኖሳይዴ
ዜገበረ ምዃኑ።
 ብ 1990 ዒ/ም ስርዒት ኣስመራ “እንተ዗ይ ዒቢደ ኣይወረናን” እናበሇ ትግራይ ኣዊሪሩ
ዯም መናእሰይ ትግራይ ንኮንቱ ኣፍሲሱ ከብቅዕ፤ ኣብ ዒሇም ተራእዩን ተሰሚዐን
ብ዗ይፈሇጥ ፓሇቲካዊ ተኣምር፤ መሉሱ ብ 2013 “ሻዕብያ እንተመጸ ውን ካብ ባዴመ
ኣይሓሌፍን ኣይወረናን” ዜብሌ ናይ ሞት ሞት ገምጋም ሒዘ ንህዜቢ ትግራይ ከዋርዴን
ከጨፍጨፍን ምግባሩ።
 ህወሓት ካብ ስሌጣንን ንዋትን ኣርሒቑ ርሑቕ ሰሇ዗ይርኢ፤ ህዜቢ ትግራይ ኣብ
ዜሓሇፉ ሰሇስተ ዒመታት ዗ርኣዮ ብሄራዊ ወነ ኣብ ክንዱ ሓበን ስግኣት ሰሇዜፈጠረለ፤
ኣብ ክንዱ ንህዜቢ ትግራይ ዜሕሌዉ ዴሕነታዊ ትካሊት ምፍጣር፤ ተጋሩ ንምስሊይን
ተጋሩ ነንባዕልም ዗ባሌዐ ዗ይሰሩዒት መሓውራት ወረን ስሇሊን ክዜርግሕ መሬት
ሰሇዜዒረቦ፤ ጸሊእትና ብፍሊይ ሻዕብያ ነዝም መሓውራት ጨውዮም ንባዕለ ንህወሓት
ንምህሊቕን ህዜቢ ትግራይ ንምጭጫፍን ክጥቀምልም ምኽኣልም።

5|Page
 ህወሓት ስሌጣኑን ንዋቱን ንምሕሊው በሇጸኛን ጥቕመኛን ካዴረን ኣባሌን ይእክብ
ሰሇዜነበረ፤ ወራር እንተጋጥም ዜበዜሕ መሓውሩ ምስ ጸሊኢ ወጊኑ ወይ ዴማ “ህወሓት
እንተሞተ እንታይ ኣእተወኒ” ኢለ መግዚእቲ ዜተቐበሇ ምዃኑ።
 ቁጽሩ ዗ይንዒቕ ሊዕሇዋይ ወተሃዯራውን ፓሇቲካውን መሪሕነት ህወሓት ምስ ኣብይ
ወጊኑ ነቲ ዒርሲ ህወሓት ጥራሕ ዗ይኮነ ንህዜቢ ትግራይ ክወግእ ብምኽኣለ፤ እቲ
ኩናት ዒርሲ ህወሓት ባዕለ ንባዕለ ዜተጣፍአለን ንህዜብና ዜሇከመን ህወሓት ወሇዴ
ምዃኑ … ወ዗ተረፈ።

ኮታስ ሓዯ ፖሇቲካዊ ውዴብ ፓሇቲካዊ ሞት ሞይቱ እዩ ኢሌካ ንምቕባሌ ካብዝም ዜተዜር዗ሩ


ነጥብታት ንሊዕሉ መረጋገጺ ሓቂ የሇን። እንተኾነ ህዜብና እቲ ዜመረረ ኩናት ከጋጥሞ ከል
ንህወሓት ከም መንግሰቲ ትግራይ ቆጺሩ ናብ ቃሌሲ ምስሊፉ ዯው ኣየበሇን። ሰሇምንታይሲ
ዕሊማ እቲ ኩናት ብሕመቕ ህወሓት ንህዜቢ ትግራይ ዜሇከመ ዯኣእምበር ምስ ዒርሲ ህወሓት
዗ራኽብ የብለን ኢለ ሰሇዜኣመነ። ከም ሓቁ ዴማ ህዜቢ ትግራይ ንህሊወ ዒዯብኡን ብሄራዊ
መንነቱን ተቓሉሱ፤ ብኣንጻሩ እቲ ካብ ኣዱስ ኣበባ ከፊሌ ኣካሌ ሒዘ ናብ ትግራይ መጽዩ
ዜተሓብአ ዒርሲ ዴማ ንጉጅሇኣውን ውሌቃውን ዴሕነቱ ክቃሇስ ናብ ሜዲ ወሪደ፤ ከም ወትሩ
ዯላቶም ከይተራኸበ ግን ዴማ መሊፍንቲ ኮይኖም ኣብ ሜዲ ትግራይ ብሓባር ቀጺልም።

3. ዜምዴና እቲ ዜሳሇጥ ዗ል ኩናት ትግራይን ዒርሲ ህወሓትን

ፓሇቲካዊ ሞት ሞይቱ ከፊሌ ኣካሌ ሒዘ ዒርሲ ኮይኑ ቅዴሚ 3ተ ዒመታት ካብ ኣዱስ ኣበባ
ናብ ትግራይ መጽዩ ንትግራይ ከም ዴፋዕ ዜጥቀም ዗ል ጉጀሇ፤ ምእንተ ረብሓ ህዜቢ ትግራይ
ክእሇ ዜነበሮ ኣሻቡ እዩ ነይሩ። እንተኾነ ብክሌተ ምኽንያታት እዙ ስቓይ ትግራይ ክቕንስ
ዜኽእሌ ዜነበረ ታሪኻውን ወርቃውን ዕዴሌ ኣይሰሇጠን። ሓዯ፥ ገባቲ ህወሓት ንዜሓሇፉ 27
ዒመታት ህረፍ ሰሌጣኑን ንዋቱን ንምርዋይ ኣብ ትግራይ ብ዗ሳሇጦ ፍጹምን ካብ ዒሇም
ዜመረረን ኣምባገነናዊ ስርዒት፤ ትግራይ ናይ ወሊዴ መኻን ኮይና ዋሊ ሓዯ መማረጺ ፓሇቲካዊ
ውዴብ ኸይፈጠረት ብምጽንሓ። ካሌኣይ፥ ፓሇተካዊ ቀብሪ ህወሓት ዜፈጸሙ ጸሊእቲ ህዜቢ
ትግራይ ዋና ውራዮም ትግራይ ምፍራሰን ህዜቢ ትግራይ ምብራሰን ሰሇዜኾነ፤ ህዜብና ካብቲ
ዒርሲ ህወሓት ወጻእ ካሌእ መማረጺ ክፈጥርን ክጥምትን ግ዗ን ዕዴሌን ሰሇዜኸሌእዎ።

ሰሇዜኾነ ዒርሲ ህወሓት ካብ ኣዱስ ኣበባ ምስመጸ፤ ዗የሇ እንከል ዗ል ክመስሌ፤ ብሕራነ ህዜቢ
ትግራይ “ኣዮኻ ናይና” እናተብሃሇ ህሌው ክመስሌ ተገይሩ። ኣብ ሞንጎ እዙ እቲ ሓፋሽ ህዜብን

6|Page
እትን ብጉያጉያ ዜተፈጠራ ብሄራውያን ውዴባት እቲ ኩናት ከም዗ይተርፍ ሰሇዜፈሇጡ፤ ኩናት
ምስተጀመረ ፈውሲ ግስም ምስ ዒሇም መራኸቢ እንተኾነና ብዜብሌ፤ ብ 2013 መረጻ ዜመስሌ
ክካየዴ ብምግባር፤ ሕዙ ውን “ኣጆኻ መንግስቲ ኢኻ” ኢልም ዯው ከብሌዎ ፈተኑ። ሓንሳእ
ዜሞተ ግን ሞይቱ እዩ እሞ፤ ዒርሲ ህወሓት ብ዗ይ ዜኾነ ፓሇቲካዊ ራእን ናይ ኩናት
ትሌምን፤ ንኣፉ “መኸተ” እናበሇ በታ ዜዒረበት ሕሌንኡ ግን “ፌዳራሉስት ሓይሌታት ሒ዗
ናብ ኣዱስ ኣበበ ክምሇስ” እናበሇ፤ ንህዜብና ዕጥቁ ኣፍትሑዎ ከል ኣብ዗ይተዲሇናለ ኩናት
ተጀመረ። ዴሕሪ ምውሊዕ ኩናት ቅዴሚ ኩለ ዜፈረሰ ትካሌ ዴማ ባዕለ ዒርሲ ህወሓት ኮነ።

ኣብ መወዲእታ ሕዲር ከዒ መሉኡ ፋሕፋሕ በሇ። ዜርካቡ ዕጥቂ ትግራይ ውን ተበተነ።


እንተኾነ ትግራይ ኣይትጥፍኢ ክብሊ ክሌተ ፎውስታት ረኸበት። ናይ 17 ዒመታት ዕጥቃዊ
ቃሌሲ ዗ፍረዮም ወተሃዯራዊ መራሕትን ብብሄራዊ ወነ ዜነቐሐ መንእሰይ ትግራይን ፈውሲ
ውርዯት ኮይኖም ኣሇና በለ። ወተሃዯራዊ መራሕቲ ብፍጥነት መሳርዕ ሰራዊት ኣዋዯደ።
በቢኸበቢኡ ዴማ ናይ ታዕሉም መዯበራት ከፈቱ። ህወሓት ዒዱጉ ዗ምጽኣለ ውርዯት ክስከም
ዴሌው ዗ይነበረ፤ ቀዱሙ ውን ቅዴሚ ምውሊዕ ኩናት “ኣዕጥቑኒ ዒዯይ ክሕለ” ዜብሌ ዜነበረ
ብሄራዊ መንአሰይ ትግራይ ከዒ ካብ ስራይ ህወሓት ነጻ ዜኾነት ተቓሉሱ ዜስውኣሊ ትግራይ
ረኸበ። ክሌቲኦም መርፍእን ፈትሌን ኮይኖም ኣብ ጓጓ ህዜቢ ትግራይ ኣጽሉልም፤ ትግራይ ካብ
ውርዯት ንምዴሓን ወፈሩ። ህሌውና ትግራይ ንምርግጋጽ ከዒ ዲግመ ምትዕርራይ ኣካይድም፤
ካበ መፋርቕ ታሕሳስ 2013 ጀሚሩ ኣብ መሊእ ትግራይ ኩናት ነጻነት ትግራይ በቢከባቢኡ
ኣባርዕዎ። ከምቲ ቀዱሙ ዜተገሇጸ “እንገብሮ ኩናት “ህወሓት ዜበሃሌ ዜተመረጸ ውዴብ
ዜመርሖ መንግሰቲ ትግራይ እዩ ዜመርሖ ዗ል” ንምባሌ ተባሂለ ንዱፕልማሲ ክጥዕም
ምእንቲ፤ ሰራዊት ትግራይ ካብ መስዋእትን ምርኮን ንዜተረፉ ኣባሊት መሪሕነት ዒርሲ ህወሓት
ኣሇሻን ሓሇዋን ተተሓሓዜዎ። ጥሪ ውን በዙ ቀጺለ ካባቢ ወርሒ ሇካቲት እቶም ኣብ ትግራይ
ዜተረኸቡ 5 ኣባሊት ፓሉት ቢሮ እቲ ዒርሲ ኣብ ሓዯ ቦታ ክራኸቡ ተግበረ። ኣኼባ ተኣኪቦም
ሕዙ ውን ከምቲ ሌሙዴ ነንባዕልም ክባሌዐ ብ዗ይፍረ ናብ ክሌተ ተመቒልም፤ ይትረፍ
ክምርሑ ነቲ ኩናት ሓዯጋ ኮይኖም ቀጸለ። እቲ ማእኸሊይ ኮሚቴ ዴማ ዗ርኢ መሬት ኮይኑ
ኣብ መሊእ ገጠራት ትግራይ ተበቲኑ፤ ገሉኡ ንሰራዊት ተወሳኺ ዕዲ ኮይኑ፣ ገሉኡ ኣብ እንዲ
ገበራት ተሓቡኡ ገሉኡ ዴማ ኣብ ዜጥዕሞ ተመሳሲለ ተቐሚጡ፤ ኣብቲ ን 8 ኣዋርሕ ትግራይ
዗ቃጸሇ ዯባይ ውግኣት ዋሊ ሓንቲ ኣኼባን ውሳነን ከየሕሇፈ ተረፈ።

7|Page
ብስሙር ቅሌጽም ኣብ ዒዴን ወጻእን ዜነብር ሓፋሽ ህዜቢ ትግራይ ዜዯሌዯሇ መንእሰይ
ተጋዲሊይን ወተሃዯራዊ መሪሕነትን ግና ክብረት ትግራይ ንምምሊስ ሇይትን ቀትርን ኣብ
ሆሮርማ ቁርን ዋዕን ምርጻሙ ንጻት ውን ዯው ኣየበሇን። ካብ ህዜቡ ሰኒቑ ካብ ጸሊእቱ
መንዙዐ ዜተዒጠቐ ሰሪዊት ትግራይ፤ ካብ ሇካቲት 2013 ጀሚሩ ህሌውና ቃሌሲ ህዜቢ
ትግራይ ኣረጋጊጹ፤ ኣብ መጋቢት፣ ማዜያን ጉንበትን ኣብ ዜነበሩ ዕረፍቲ ዗ይብልም ውግኣት
ዒወት ኣብ ሌዕሉ ዒወት እናዯራረበ፤ ኣብ ሰነ ካብ ዕሇት 11-19 ብሳሇጦ “ወፍሪ ኣለሊ”
ዜተሰምየ ታሪኻዊ ስርሒት፤ ሌዕሉ ሸውዒተ ክፍሊተ ሰራዊት ኢትዮጵያን ዕጡቓት ኣምሓራን
ዯምሲሱ፤ ሰነ 21/2013 ዒ/ም መቐሇ ተቖጻጸረ።

ካብ ሞትን ምርኮን ዜተረፈ መሪሕነት ህወሓት ከዒ ብዯምን ረሃጽን ሰራዊት ትግራይ ናብታ
ተመሪጹ ዗ይኮነስ ብሰኣን ኣራኽቦ መመራጺ ተሳኢኑ ብህዜቢ ትግራይ “ኣየኻ ከፍ በሊ” ተባሂሊ
ዜተውሃቦቶ ወንበር ተመሇሰ። ፓሇቲካዊ ራእን ዕሊማን ስኢኑ ናይ ሞት ሞት ሞይቱ ንህዜቢ
ትግራይ ንወራር ዗ቃሌዏ መሪሕነት ህወሓት ግን ከይዱ ኩናት 8 ኣወርሕ ሕዙ ውን
ኣይተረዴኦን። እቲ ኩናት ካብ ቁጽጽሩ ወጻእ ብህዜቢ ትግራይን ብሰራዊቱን ተመሪሑ
ብምዕዋቱ ኣይተሓጎሰን። ምናሌባት ውን “ኣበይ ኔርካ ክበሃሌ እየ” ዜብሌ ፍርሒ ሰሇዜሓዯሮ፤
ኣብ ዗ይፍሌጦን ዗ይነበረለን ብስሩ ውን ዗ይኽእልን ጉዲይ፤ “ኩናት ኣነ እየ መሪሐዮ
ኣይትንዒቑኒ” ዜዒይነቱ ዯርጓዕጓዕ ፓሇቲካዊ ቅጥፈት ጀመረ። ብቐጥታ ውን ነቲ ተጋዱለ
዗ዴሓኖ ህዜቢ ስሌጣነይ ፍሇጠሇይ ዜዒይነቱ ኣሰሮን ኣበሳበሶን። ተጠሉዐ ናብ ሚዴያ ወጽዩ
ውን “ኣነ እየ ኩናት መሪሐ ሻሊይ እኻ ተዒዊትካ ሰሇዙ ዋሊ ኣይትእመነለ ብግዱ ወዴሰኒ”
ክብሌ ተረኣየ። “እዙ ሕሶት እዩ” ኢለ ዕጉምጉም ዜበሇ ትግራዋይ ዴማ ናብ ማሕዩር ክዴርበ
ወይ ዴማ ካብ ህዜቢ ተነጺለ ተሸማቒቑ ክነብር ብ዗ይ ፍትሒ ተፈረዯ። ገሇ ምሰቲ ዒርሲ
ፍለይ ናይ ረብሓ ርክብ ዗ሇዎም ወተሃዯራዊ መሪሕነት ዴማ ሕሶት እቲ ዒርሲ ሓቂ ከምስለ፤
ተዯሉልም ነቲ ሊዕሇዋይ ወተሃዯራዊ መሪሕነት ኣዯናጊሮም፤ ናብ መስኮት ቴላቭዥን ቀሪቦም፤
“እወ መራሕቲ ህወሓት መንግስቲ ኮይኖም ኩናት መሪሖሞ እዮም” ክብለ ሓቅን ታሪኽን ናብ
መሸጣ ኣውረዴዎ።

እቲ ዜገርም ኣብቲ ኩናት ካብ ጥቕሙ ጉዴኣቱ ዜዒቢ ዜነበረ መሪሕነት ዒርሲ ህወሓት
ውዴቀቱን ስእነት ዒርሰ-እምነቱን ክሽፍን ምሕሳው ኣይኮነን። እቲ መስዯመም ናይቶም ባዕልም
ንመንእሰይ ትግራይ ሒዝም ዜሰርሕዎ ታሪኽ ነቲ ገበነኛ ዒርሲ ኣብ ዗ይወዒል ዗ይናቱ ዜሸጥለ
ጀነራሊት እዩ። እዝም ሰባት ዋሊ ውን ኣብ ሕለፍ ታሪኾም ጌጋታትን በዯሊትን ዜፈጸሙ

8|Page
እንተኾኑ፤ በቲ ኣብ ኩናት 8 ኣዋርሕ ዗ርኣይዎ ተወፋይነት ክብርን ናእዲን ህዜቢ ረኺቦም
ነይሮም እዮም። እንታይ ዋጋ ኣሇዎ “ምስ ኣዴጊ ያ ዜወዒሇስ እንታይ” ከምዜበሃሌ ምስሊ፤
ምእንተ ርካሽ ረብሓ፤ ቃሌ ስውኣት ተጋሩ ረጊጾም ሓቅን ታሪኽን ቃሌሲ ህዜቢ ትግራይ
ንሕሶት ዗ሪዮም፤ ኣብ ሌዕሉኡ ዴማ እቲ ቃሌሲ ካብ በዒሌ ዋንኡ ህዜብን ሰራዊትን ትግራይ
መንዙዖም፤ ንቀታሉ ዕሊማ ተጋሩ ከረክቡ ፈቲኖም። እንሆ ዴማ ከምሳዕቤኑ ብዯም ንጹሁት
ተጋሩ ዜተረኸበ ዒወት ከም ኣመለ በቲ ቀታሉ ቃሌሲ ህዜቢ ትግራይ ዜኾነ ዒርሲ ተጨውዩ፤
ቁሌቁሇት ይወርዴ ኣል። ካብ ሓዯ ዒመት ብዘሕ ኣብ ዗ይዚየዯ ዕዴመ ኩናት ዒሰርተታት
ኣሸሓት መናእሰይን በሊሕቲ ነባራት ተጋዯሌትን ዋጋ ዜኸፈሌለ ዒወት ትግራይ ብዒርሲ
ህወሓትን መሻርኽታ ውሑዲት ጀነራሊትን ተመራሲሑ፤ ትግራይ እንሆ ዲግም ናብ ሓዯጋ
ህሊወ ኣትያ ትርከብ። እወ ብመስዋእቲ ዯቃ ህይወት ሰሪዒ ዜነበረት ክብርቲ ትግራይ ዕሊማ
ህዜባዊ ቃሌሳ ተጨውዩ፤ ብምውት ቀታሉኣ ፈተነ ቅትሇት እናተኻየዯሊ ኣብ ሓዯጋ ኣትያ
ትርከብ።

4. ጭብጥታት ፈተነ ቅትሇት ኣብ ሌዕሉ ትግራይ ብ ዒርሲ ህወሓት

ሰነ 21/2013 ን ሸሞንተ ኣዋርሕ ዜቐጸሇ ዯማዊ ዯባይ ኩናት ትግራይ ናብ ወሳኒ ምዕራፍ
ዜተሰጋገረሊ መዒሌቲ እያ። ብርግጽ ዋሊ ውን ምዕራብ ትግራይ ክሳብ ሐዙ ኣብ ትሕቲ ቁጽጽር
ጸሊእቲ ይሃለ እምበር፤ እዚ መዒሌቲ ከም ሓንቲ ምዕራፍ ታሪኽ ህዜቢ ትግራይ መዒሌቲ
ነጻነት እንተተብሃሇት ምግናን ኣይኮነን። ከም ሓቂ ውን እቲ ብክባር ዋጋ ዜተረኸበ ወተሃዯራዊ
ዒወትን ጠቕሊሊ እቲ ቃሌስን ብዒርሲ ህወሓት እንተ዗ይጭወ ነይሩ፤ ሰነ 21 ኣብ ታሪኽ ህዜቢ
ትግራይ ን዗ሌኣሇም ዗ይትርሳዕ መዒሌቲ ኮይና ምተመዜገበት። ግን ዒርሲ እናሃሇወ ትግራይ
ንዴሕሪት እምበር ንቕዴሚት ክትከይዴ ሰሇ዗ይተዒዯሇት፤ እዚ ዕሇት ንህዜቢ ትግራይ ኣብ
ክንዱ ምዕራፍ ብርሃን ክትከፍት ካሌእ ሓዯገኛ ምዕራፍ ዜኸፈተት ኣጋጣሚ ክትከውን ግ዗
ኣይወሰዯትን።

ብዯምን ረሃጽን ሰራዊት ትግራይ ናብ መቐሇ ዜተመሇሰ ጎዯል ክፋሌ ዒርሲ ህወሓት፤ ብ዗ልን
዗የልን ሓይለ ቃሌሲ ህዜቢ ትግራይን ቃሌ ስውኣት ተጋሩን ጨውዩ፤ ዋሊ ምለእ ኣይኹን
ብክባር ዋጋ ዜተመሌሰ ክብረትን ባህግን ተጋሩ ጨውዩ፤ እቲ ሕዙ ኣብ ሌዕሉ ትግራይ
ኣንጸሊሌዩ ዗ል ናይ ቅትሇት ፈተነ ከጻውዴ ግ዗ ኣይወሰዯለን። ዒርሲ ህወሓት ካብ ሰነ 21
ጀሚሩ ቃሌሲ ህዜቢ ትግራይ ኣብ ሓዯጋ ኣእትይዎ ክበሃሌ ከል ዴማ ብጭብጥን መርትዖን
ዜተዯገፈ ሓቀኛ ግብሪ ህወሓት እምበር ጸሇመ ኣይኮነን። እምበኣር ህወሓት ንህዜቢ ትግራይ
9|Page
ንህሌውናኻ ተሇዒሌ እናበሇ ብስምዑት ህዜቢ ትግራይ እናሸቀጠ፤ ካብ ሰነ 21 ክሳብ እቲ ናይ
ዯብረብርሃን ምንስሓብ ኣብ ዗ል እዋን ከመይን ንምንታይን ኣብ ሌዕሉ ህዜብና ፈተነ ቅትሇት
ከምዜፈጸመ፤ ብሓውሲ ዜርዜር ጭብጥታት ቀጺሌና ንርአ።

I. ዒርሲ ህወሓት ንዕሊማ ቃሌሲ ሃገርነት ትግራይ ከምዜጨወዮ

እቲ ወራር ኣጋጣሙ ዒርሲ ህወሓት ፋሕፋሕ ኢለ ምስተበተነ፤ ህዜቢ ትግራይ ብውሽጥን


ብዯገን ከም ሓዯ ሰብ ኮይኑ ንዴሕነት ትግራይ ትንታግ ኮይኑ እዩ ተሊዑለ። ብርግጽ ቃሌስና
ሃሇዋቱ ክረጋገጽ ብቐንደ ናይ ሰራዊት ትግራይ ተኣምራዊ ስርሒታት ኣገዯስቲ ነይሮም።
ኮይኑ ግን ሓፋሽ ህዜብና ንህሊውኡን ብሄራዊ ክብረትን ክረማረም ከል ይትረፍ ህወሓት ዋሊ
ሓዯ ዜመርሖ ኣካሌ ኣይነበረን። እተን ኣብ ብሄራዊ ስምዑት ተጋሩ ኣብ ቀረባ ዒመታት
ዜተወሇዲ ሕንጠያት ናይ ፌስቡክ ብሄራውያን ውዴባት ትግራይ ውን እንተኾና፤ ዕሊማ
ሃገርነትን ትግራይ ኣብ ምግዋሕ ውሱን ኣበርክቶ ገይረን ክኾና ይኽእሊ እምበር፤ ኣብ ምምራሕ
እቲ ቃሌሲ ካብቲ ተራ ሓፋሽ ዜ዗ሇሇ ተራ ኣይነበረንን። ህዜቢ ትግራይ ግን ሸቶ ጻሊእቱ
እንታይ ምዃኑ ሰሇዜተረዴኦ፤ ብክፋእ ህወሓት እንተየመኻነየ ብኹሇመዲይ ነቲ ቃሌሲ ዴርዕን
ዋሌታን ኮይኑ ከሳሌጦን ክመርሖ ግዴን እዩ ኮይንዎ። እወ ህዜቢ መሪሑ ዒርሲ ህወሓት ከዒ
ብህዜቢ ተመሪሑ።

ህዜቢ ትግራይ ኣብ ታሪኹ ተራእዩ ዗ይፈሌጥ ስምረትን ሓዴነትን ፈጢሩ ብዒዴን ብበረኻን ናብ
ሓዯ ህርመት ክመጽእ ዜኸኣሇ ግን በቲ ጸሊእቲ ኣብ ሌዕሉ ትግራይ ዗ርኣይዎ ጭካነ ጥራሕ
ሓሪኑ ኣይነበረን። ቀንዱ ፍሌፍሌ ሕራነን ስምረትን ህዜብና ናይ ጽባሕ ብሩህ ተስፋን ነቲ
ፈታኒ ኩናት ብዒወት ምስዚ዗መ ኣብ ምርግጋጽ ሃገርነት ጽባሕ ዜጎናጸፎ ብሄራዊ ክብረትን
ራህዋን እናመዒዯወ እዩ ናብ ቃሌሲ ተሰሉፉ። ኣብ ውሽጥን ዯገን ዯጀን ኮይኑ። እዙ ሓቂ
ንምርግጋጽ ኣብ ኩናት ሸሞንተ ኣዋርሕ ከመይ ኢለ ብፍቕሪ ሃገረ ትግራይን ሃረርታ ነጻነትን
ይስጉም ከምዜነበረ ምዜካር እኹሌ እዩ። ሓረስታይ ኮነ ናይ ከተማ ነባሪ ብዜበሇጸ ዴማ
ዱያስፓራ ትግራዋይ “ሃገረይ ትግራይ” እናበሇ ነቲ ቃሌሲ ከጎሃህሮ ከል ዜርኣየት ዒሇም ውን
ናይዙ ሓቂ ምስክር እያ። ከየትናን ዗የመትናን ውን ናይ ሸሞንተ ኣዋርሕ ስራሕቶም ዲርጋ
100 ሚኢታዊ ሃገረ ትግራይ ዜጭምት ምንባሩ ካሌእ ህያው ምስክር እዩ።

ዒርሲ ህወሓት ግን ይትረፍ ልሚ ሞይታ ቀዯማ ውን ነዙ ዕሊማ ኣምሪራ እያ ትጸሌኦ እሞ፤


21 ሰነ ብመስዋእቲ እቲ ንሃገረ ትግራይ ዜተጋዯሇ ሰራዊት ትግራይ መቐሇ ምስኣተወት፤

10 | P a g e
ሌዕሉ ኣብይን ኢሳያስን ጸሊኢኣ ገይራ ሰሪዒ ክተጥፍኦ ብፍጥነት ተሌዒሇት። ብኸምዙ ከዒ ስርሓ
ጀመረት። “ኩናት ኣነ እየ መሪሐዮ - ዕሊማ እዙ ኩናት ከዒ ጸሊእቲ ኣብ ዜኣተውዎ ኣቲኻ
ማሇት ውን ኣዱስ ኣበባ ኣቲኻ ምዴምሳስ” እዩ በሇት። ብቋንቋ ህወሓትኛ እዙ ክትርጎም ከል
“ዕሊማ እዙ ኹናት ነቲ ብ 2010 ዒ/ም ኣብ ኣዱስኣበባ ዜተመንጠሌኩዎ ወንበረይ ምምሊስ
ካብኡ ዴማ ዜተመንዜዏ ሃፍቲ ስዴራቤተይ ምምሊስ እዩ” በሇት። ህወሓት ከይሓሰቦቶ
ብጅግንነት ሰራዊት ትግራይ ምምሊሳ ሓደሽ ሽዉሃት ሰሇዜፈጠረሊ፤ ብህጽጽ ናብ ኣዱስ ኣበባ
ብህይወት ኣማኢት ኣሸሓት ተጋሩ ውን እንተኾነ ክትምሇስ ከም዗ሇዋ ሰሇዜወሰነት ከዒ፤ “ሃገረ
ትግራይ” ዜበሃሌ ዴምጺ ቅዴሚ ሰራዊት ኣብይን ኣምሓራን ክዴምሰስ ከም዗ሇዎ ኣመነት።
ሰሇዜኾነ ዕሊማ ህወሓት ክዕወት እንተኾይኑ ፈሇማ እቲ ቃሌሲ ናይ ግዴን ካብ ኢዴ ህዜቢ
ትግራይ ወጽዩ ናይ ህወሓት ጥራሕ ክኸውን ሰሇ዗ሇዎ፤ ብነባርን ኩሱርን ሜሊ ህወሓት ህዜቢ
ትግራይ ነንባዕሌኻ ተባሊዕ ተባሂለ ገምጋም ጽርየት ዜሽሙ መሸቖረሪ መርገም ናብ ሕዴሕዴ
ጣብያ ክወርዴን ህዜቢ ንባዕለ ክጠራጠርን ክመቓቐሌን ገበረት። ከምዙ ዴማ በሇት “ኣብ
዗ይነበርኩለ ሸሞንተ ኣዋርሕ መን ይሓምየኒ ከምዜነበረ ይሰምዕ ነይረ እዩ ህዜቢ ነንባዕሌኻ
ተጠቓቖም” በሇት። ህዜቢ ዴማ ሓቂ መሲሌዎ “እገሇ ሓዯ መዒሌቲ ኣብ ዗በን ስሌጣን
ብሌጽግና ቡን እናሰተና ከምዙ በሇ” ክብሌ ነንባዕለ ተናጸየ። ህወሓት ዴማ ስሌጣና ክተርኢ
ንሰሌጣነይ ሓዯጋ እዩ ዜበሇቶ ኣሰረት። ኣብያተ ማእሰርትን ጣብያታት ፓሉስን መሉአን ኣብያተ
ትምህርትን ጣብያታት መሰሌጠኒ ሓረስቶትን ብእሱር ትግራዋይ ዑቕዑቕ በሊ።

ብምቕጻሌ ንሚዴያታት ትግራይ ቀጢን መምርሒ ሃበተን። “መእታን ነቲ ኩናት ኣነ መሪሒዮ


ክብሌ እቶም ኩናት ዜመርሑ ጀነራሊት ዋሊ ሓዯ ናብ ሚዴያ ቅሌቅሌ ከይብሌ” ዜብሌ ትእዚዜ
ኣውረዯት። ነቶም ተቓወምቲ ውዴባት ዴማ ፈጺመን ከየተኣናግዲ ኣ዗዗ት። ዴሕሪ እዙ ብዚዕባ
ሃገረ ትግራይ ዜተዛመ ኩለ ዯርፍታት ኣብ ሚዴያታታ ከይቐርቡ ኣገዯት። ስዑባ ህወሓት ነቲ
዗ይመርሐቶ ኩናት ከምዜመርሐቶ ህዜቢ ትግራይ ብግዱ ክኣምን መእታን፤ ነታ ዜጠሇመቶ
ውዴብ “ህወሓትና ዗ይጠሇመትና ውዴብ ኣይጠሌምን” በሌ ተባሂለ - “ገሇ ነበርቲ ከተማ
መቐሇ፣ ውቕሮ፣ ሽረ …” ህወሓትና ን዗ሌኣሇም ትንበር ዗ስምዕ ምስክርነቶም ሃቡ። ኣብ
ሞንጎዙ ብሄራውያን ውዴባት መረረቶም ከስምዐ ብ TMH ቅሌቅሌ በለ። ዒርሲ ህወሓት
ንቃሌሲ ህዜቢ ትግራይ ከም዗ይመርሐቶ ሰሇትፈሇጥ ንቐጻሉ ውን ክትመርሖ ሞራሌ
ከም዗ይብሊ ሰሇዜተዒ዗በት፤ “ንውዴባት ከጥፍኦም እየ ክቐትልም እየ” ዜብሌ ወረ ውሽጢ
ውሽጢ ሰዯዯት። “ኣሜሪካ ሃገረ ትግራይ ከይትብለ ኢሊትና እያ” ዜብሌ ጻዕዲ ሕሶት ውን

11 | P a g e
ከምሌማዲ ብናይ ሕሶት መሓውራ ኣጋውሐት። ሕሌፍ እንትብሌ ዴማ መእታን ህዜቢ ክኣምና
“ንስሌቲ ዱፕልማሲ ኣሜሪካ ከይተሰምዏና ሐዙ ሃገረ ትግራይ ምባሌ ነውሪ እዩ ኣዴሊይ
እንተኾይኑ ውን ህወሓት ኢዱስኣበባ ወንበር ምስሓ዗ት ሃገረ ትግራይ ክተምጽእ እያ” ዜዒይነቱ
መታሇሉ ወረታት ነዜሐት። በዙ ኣቢሊ ዴማ ዴምጺ ዯሇይቲ ነጽነትን ሃገረ ትግራይን ምለእ
ንምለእ ኣብ ሚዴያታት ትግራይ ከይስማዕ ዒጸወት። ብግሌባጡ ግን በተን ሚዴያታታ “ብሄረ-
ሰባታ” ኣኪባ ፌዳራሉዜም ኢትዮጵያ ሰበኸት። ሓቀኛ ዕሊምኣ ንኣብይ ኣሌያ ናብ ኣርባዕተ-ኪል
ምምሊስ ምዃኑ ዴማ ብኣምሓርኛ ኣብሰረት።

II. ዒርሲ ህወሓት ንሰራዊት ትግራይ ክትብትኖ ከምዜቖረጸት

ህዜቢ ትግራይ ግን ህወሓት ዴሕሪ እቲ ናይ ሸሞንተ ኣዋርሕ መከራ ልሚ ውን ናብ ከምዙ


ዜበሇ ነውራም ትግባራት ክትኣቱ እያ ዜብሌ ግምት ኣይነበሮን። ብኣንክሮ ክዕ዗ብ ከዒ ጀመረ።
ተዒዙቡ ኣይተረፈን ንህወሓት ብውሽጡ ንዑቑ ክሓምያ ሰሇዜጀመረ፤ ብጣዕሚ ዯንጊጻ ነቶም
ቅዴሚ ሓዯ ወርሒ ብስውር ናብ ሚዴያ ከይቐርቡ ዜበሇቶም ጀነራሊት “ንዐ ናብ ተላቭዥን
ውጹ ህወሓት ኢና በለ እሞ ኣዴሑኑኒ” በሇቶም። ጀነራሊት ሆየ እንተስ ኣሚነምለ እንተሰ
ተዒዱጎም ዜተብሃሌዎ ብምግባር፤ ኣብ ሌዕሉ መቓብር እቲ “ሃገረ ትግራይ” እናበሇ ዜተሰውአ
መሪሖም ዗ዋግእዎ ተጋዲሊይ ትግራይ ናይ ክሕዯት ፊርምኦም ብምንባር፤ ንብሄረ ትግራይ
ዲግማይ ከሓዴዋ። እዙ ኩለ ኮይኑ ውን ግን እቲ ተራ ተዋጋግኣይ ተጋዲሊይ ትግራይ ሇይትን
ቀትርን ጭርሖኡ ሃገር ምባሌ ሰሇ዗ይገዯፈ፤ ህወሓት ንሰራዊት ትግራይ መሉኣ ኣብ ትሕቲ
ቁጽጽር ካዴራታን ተኣመንቲ ጀነራሊትን ከይገበረቶ ዕረፍቲ ክህባ ኣይከኣሇን። ሌክዕ ከምቲ
ቅዴሚ 31 ዒመታት ዜገበረቶ እቲ ስራዊት ክሳብ ኣዱስ ኣበባ ዗ብጽሓ ተጠቒማ ዴሕሪኡ ግን
ከም ፍሌሖ ውሽጡ በሉዒ ክትብትኖ ወሰነት። ካብ ሊዕሉ ክሳብ ታሕቲ ሰራዊት ትግራይ
ህወሓታዊ ንምግባር ከዒ ብፕሮፓጋንዲን ብዲግመ ውዯባን ተሰንያ ስራሕቲ ጭውይኣ ጀመረት።
ዒርሲ ህወሓት ሓይሉ ምክሌኻሌ ትግራይ ንምፍራስ ቀዲማይ ኢሊ ዜወሰዯቶ ሕጋዊ ስጉምቲ
ምስቲ ናይ ኣዱስ ኣበባ ዜፋና ብዜሳነ መሌክዐ ዜተዋዯዯ ኮኸውን ወሰነት።

እቲ ጉዲይ ከምዙ እዩ። ሰራዊት ትግራይ ማንም ትግራዋይ ብ዗ይናይ ፓሇቲካ ኣፈሊሊይ
ዜተሰሇፈለ እንኮሊይ መሪሕነትን ኣባሊትን ተቓወምቲ ውዴባት ዜተሰሇፍለ ብሄራዊ ሓይሉ
ምክሌኻሌ እዩ። ብምዃኑ ኩለ ትግራዋይ ብፍሊይ ዱያስፓራ ትግራዋይ ንሰራዊትና TDF
ዜብሌ ሃገራዊ ራእን ዕሊማን ዗ሇዎ ሸም ኣጠመቕዎ። ኣሜሪካውያን ከይተረፉ ካሌኦት
ወጻእተኛታት ውን ነዙ ሽም ተቐባበሌዎ። ዒርሲ ህወሓት ግን ዕሊምኣ ኣዱስ ኣበባ ምምሊስ
12 | P a g e
ሰሇዜነበረ፤ ነዙ ሃገር ሃገር ዜጥዕም ስያመ በቲ ወቓዑ ማህተም ፓርሊማኣ ኣቢሊ ብኣዋጅ
ኣገዯቶ። “TDF ዜበሃሌ የሇን ሰራዊት ትግራይ እዩ ሽም እዙ ሰራዊት” ክትብሌ ዴማ ኣዋጅ
ኣንገረት። እዙ ክበሃሌ ከል ተራ ናይ ሽም ክትዒት ዜመሰል ኣይሰኣንን። ብዒይኒ ዒርሲ
ህወሓት ግን TDF ምባሌ ተሓሲማ “ሰራዊት ትግራይ” ክትብል ከሊ ታራ ስያመ ዗ይኮነስ፤ ካብ
መሰረታዊ ዕሊማ ዜብገስ እዩ። ዕሊምኣ ዴማ እዙ ሰራዊት ተሰኪሙ ናብ ኣዱስ ኣበባ ምስ
ኣብጽሓ ከምቲ ናይ 1985 ዜገበረቶ ተኣመንታ ጥራሕ ኣቲሪፋ፤ በቲና ምስ ብሄርብሄረ ሰባት
ሓዊሳ ናይ ኢትዮጵያ ሰራዊት ምክሌኻሌ ሃገር ክተጣይስ ከይትጽገም ሓሉና ብገናኡ መገዲ እያ
ክትጸርግ ፈቲና። ዜሰምዒ ግን ኣይረኸበትን። ህዜቢ ዜፈትዎ ካብ ሌቢ ህዜቢ ምንቃሌ
ሰሇ዗ይከኣሌ፤ ህዜብና ንሰራዊቱ TDF እናበሇ ምጽዋዕ ቀጸሇ። ወጻእተኛታት ውን ክሳብ እቶም
ጀነራሊት ናብ ሚዴያ ወጽዮም ዜጸየቕለ ግ዗ ብዜሓዜዎ ቀጸለ። ሰራዊት ባዕለ ውን ኣብ
ኣጽዋሩን ተሽከርከርቱን TDF ዜብሌ ምሌክት እናጸሓፈ ኣንጻር ዴላት ህወሓት ምስጓሙ
ቀጸሇ።

ካብ ስያመ ምትዕርራይ ብተወሳኺ፤ ህወሓት ሰራዊትና ንምብታን ዜኸዯቶ ዒብይ ርሕቐት፤


ብምዯባን ምትዕርራይን ኩሇመዲያዊ መሪሕነትን ዜግሇጽ እዩ። ፈሇማ ካብ ሊዕሉ እያ ጀሚራ።
ነቶም ኣብ ዯባይ ውግእ ሸሞንተ ኣዋርሕ ግምባራት ዯሓር ዴማ ኣርሚ ኣ዗ዜቲ ዜነበሩ
ኣርባዕተ ጀነራሊት ኣይኣመነቶምን። ንኹልም ምባሌ ከቢዴ እዩ ግን ንገሉኦም ኣይኣመነቶም።
ሰሇዜኾነ ብኡሙን ሰባ ገይራ ክተዯስክልም ወሰነት። ስቕ ኢሊ ክተዯስክልም ሰሇዜኸበዲ ግን
ነተን ነባራት ግምባራት/ኣርምታት ናብ ክሌተ-ሰሇስተ ሸንሺና ንዒቶም ብሽም ዕብየት ናብ
ኮማንዴ ዜብሌ ኣዯስከሇቶም። ቀጺሊ ነቲ ሰራዊት መሉኣ ብናታ ሰባት ንምቁጽጻር፤ ካዴራታ
ኮሊይ እቶም ኪሒድማ ምስ ብሌጽግና ዜሰርሑ ዜነበሩ ናብ ታዕሉም ኣዋፊራ ሰሌጢኖም ናብ
ሰራዊት ክምዯቡ ብምግባር፤ ነቶም ነባራት እናተኣሇዩ ብሽም ኮሚሳርን ሓይሉ ሰብን ን ሰራዊት
ትግራይ ክስሌለን ክቆጻጸሩን ዜከኣሊ ኩለ ጸዒረት። እዙ ኩለ ምትዕርራይ ግን ምእንተ
ምውሳኽ ጽፈትን ብቕዒትን ዗ይኮነስ፤ ከምቲ ኣብ ውዴባዊ መሓውራ ትገበሮ ነቲ ሰራዊት
ናተይ እሙናት ብትብልም ንምቁጽጻር እዩ። ኣብ እንዲ ዒርሲ እምነት ማሇት ከኣ ብዒላት
ሕሌፍ ክብሌ ዴማ በቲ ትሽቅጠለ ከባብያውነት እዩ ዜግሇጽ። እንሆ ዴማ ንስራዊትና
ሰሇ዗ይተኣምኖ ንግዙኡ ብግዱ ናታ ዕሊማ ተሳካሚ ክትገብሮ ኣብ ቀጻሉ ዴማ ክተፍርሶ ካብ
዗ሇዋ ዴላት ተበጊሳ ብዜኸዯቶ ርሕቐት ተሳካሚ ሕመቓታ እናገበረቶ ትርከብ። ሰራዊትና

13 | P a g e
በቶም ንዒኣ ዜቐተለ ሕማማት ከባብያውነት፣ ስርቂ፣ ግዕዜይና፣ ዒላታውነትን ወገናውነትን
ት዗ርጎ ትርከብ።

III. ፍትሓውነት ቃሌስና እታ ዒርሲ ከም዗ራኸሰቶ

ጸሊእትና ኣብ ሌዕላና ብዜፈጸምዎ ገበን፤ ንሕና ከም ብሄር ንክብረትና ብ዗ርአናዮ


ብተኣንኩሮነቱ ኣብዙ ዗መን መዋዲዴርቲ ዗ይረኸበ ተጋዴልን ከምኡ ውን ዴያስፓራ ትግራዋይ
ን ሸሞንተ ኣዋርሕ ብ዗ሳሇጦ ተኣምራዊ ተጋዴል፤ ዒሇም ብዚዕባ ፍትሓውነት ቃሌስና መስኪራ
ነይራ እያ። ብፍሊይ ኣብ ምዕራባዊ ዒሇም ብዘሓት ዯገፍቲ ክነፍሪ ውን በቒዕና ኔርና ኢና።
እንታይ ዋጋ ኣሇዎ ዒርሲ ህወሓት ኩለሻዕ ቃሌሲ ህዜቢ ትግራይ ምክሳር ሰሇዜኾነ ስርሓ፤
ዴሕሪ ሰነ 21 ቃሌስና ካብ ፍትሓውነት ናብ ኢ-ፍትሓውነት ሇዊጣቶ። ዜተመን዗ዏ መሬት
ምዕራብ ትግራይ ካብ ኢዴ ጸሊእቲ ሓራ ኣውጺኣ፤ ብጥሜትን ሕማምን ዜረግፍ ዗ል ነባሪ
ምዕራብ ትግራይ ናብ መረበቱ ኣብ ክንዱ ምምሊስ፤ ናብ ኣዱስ ኣበባ ክትወፍር ተሃንጥያ፤
ሰራዊትና ኣብ መሬት ዒፋርን ኣምሓራን ክዋጋእ ፈረዯት። ዒርሲ ግን ነዙ ሸፈጥ ሓንሳእ
ወተሃዯራዊ ስትራቴጂ እዩ ሓንሳእ ዴማ በቲ ክትከፍቶ ዗ይዯሇየት ዕጽዋ ክተመኻኒ ዴኣ
ትፈትን እምበር ግሌጺ ዕሊማ እዩ ነይሩዋ። ናብ ኣዱስ ኣበባ ምዃዴ። ኣብ ሞንጎ እዙ ግን
ዒርሲ ሃፍቲ ኣምሓራ ሰሇዜረኸበት ኩናት ሽፋን ገይራ ጻምእ ሰርቅን ጉሕሇታን ክተርዊ
ዯሇየት። ናታ ተኣመንቲ ሲቪሌ ሰበ ስሌጣን፣ ሰብ ሃፍትን ገሇ መራሕቲ ሰራዊትን ኣጣሚራ
ከዒ ናብ ፍጹም ጉሕሇት ኣተወት። በዙ ሰራም ተግባራ ዴማ ፍትሓውነት ቃሌስና ኣብ
ትዕዜብቲ ወዯቐ። ኣዱስ ኣበባ ምእታው ብኣሜሪካ ተኸሌኪሊ እንተተመሇሰት ውን፤ ህዜቢ
ትግራይ ንሸሞንተ ኣዋርሕ ዜተ዗ረፈ ንብረቱን ሃፍቱን ብዴርዴር ከየመሌስ መማቕሌቲ ገበን
ኢትዮጵያን ኣምሓራን ገይራቶ ዒረፈት።

IV. ንሰራዊት ጨውያ ዒርሲ ዜተጻወተቶ ወተሃዯራዊ ቁማርን መመዚቱን

ሓቂ ይሓይሽ እቶም ነቲ ሰራዊት ዜመርሑ ዗ሇው ወተሃዯራዊ ሓሇፍቲ ብሞያን ብቕዒትን


ዜሕመዩ ኣይኮኑን። ብጀካ ሓዯ-ክሌተ ሰባት መብዚሕቲኦም ምስኩለ ጸገማቶምን ስእነት
ስኒቶምን ወተሃዯራዊ ክእሇቶም ዜነኣዴ እዩ። እንተኾነ፤ ብከም ናይ ዒርሲ ህወሓት ዜበሇ
ሕመቕን ዴንቁርናን ዜዒብሇል ፓሇቲካ ዜዒወረ ጀነራሌ ሽሕ ግ዗ ብቕዒት ይሃሌዎ ክሱር
ምዃኑ ዗ይተርፍ እዩ። ልምቅነ ሰራዊትና ዗ጋጠሞ ክሳራ ውን መበገሲኡ እዙ እዩ።

14 | P a g e
ዒርሲ ህወሓት ንህዜቢ ትግራይ ብሪፈረንድም ዜብሌ ሸቐጥ እናታሇሇት፤ ንኣሜሪካ ዴማ ከም
1983 መሲሌዋ ብዴሕነት ኢትዮጵያ እናዯናገረት፤ ኣዱስ ኣበባ ክትኣቱን ዜተመንጠሊ ወንበራ
ክትምሌስን ብውሽጣ ምውሳና ይፍሇጥ። ኣብዙ እቲ ተራ ሰራዊት ናብ ኣዱስ ኣበባ ክኸይዴ
ምንም ዳላት ከም዗ይብለ ሰሇትፈሌጥ መታሇሉ ሜሇታት ፈሓሰት። ፈሇማ “ናብ ኣምሓራ
ንኣቱ ዗ሇና ዛርና ንምዕራብ ትግራይ ሓራ ክነውጽእ እዩ” በሇቶ። ቀጺሊ “ኣብይ ንህዜብና ዒጽዩ
ይውዴኦ ሰሇ዗ል ኣብይ ከይተኣሇየ፤ ኣነ ስሌጣን ኣዱስ ኣበባ ከይሓዜኩ ከም ማሇት እዩ፤ ዕጽዋ
ኣይኽፈትን” ዜብሌ ቶንኮሌ ፈሓሰት። እቶም ጀነራሊት ዴማ ገሉኦም ተታሉልም ገሉኦም ዴማ
ኣብ ኣዱስ ኣበባ ዜሓዯግወን ንብረት እናመዒዯዉ፤ ብህይወት መናእሰይ ትግራይ ናብ ጠሊዕ
ኣተዉ። ኮነ ዴማ ኣሽሓት መናእሰይ እናረገፉ ጉዕዝ ናብ ኣዱስ ኣበባ ኮነ። ዳሴን ኮምበሌቻን
ብኽባር ዋጋ ንጹሃት ተጋሩ ኣብ ትሕቲ ቁጽጽር ሰራዊትና ኣተዋ። ኣሜሪካ “ህወሓት ናብ ኣዱስ
ኣበባ ክትምሇስ ፍጹም ኣይንፈቅዴን” በለ። ህወሓት ተዯራዯሪ ተብሃሇ። ዒርሲ ህወሓት ግን
ዳሴን ኮምበሌቻን ምስ ኣተወት ብሓዯ ግ዗ ኣዱስ ኣበባ ዜኣተወት መሲሌዋ “እምብሇይ ኣብይ
ወሪደ ኣነ ስሌጣን ከይሓዜኩ ሰሊም ዜበሃሌ የሇን” በሇት። ኣብ ሞንጎ እዙ ኣብይ ውን ቶንኪለ
ናይ ሕሶት ኣናእሽቱ ውግኣት እናገበረ ሰራዊትን ናብ ናይ ሞት መሬት ክኣቱ ሰሓቦ። ሰራዊት
ትግራይ ብ዗ይዴላቱ ብቶም ዜኸሓዴዎ ጀነራሊት እናተታሇሇ ሌዕሉ ሓምሽተ ሚኢቲ
ኪልሜትር ናብ ጓጓ ጻሊኢ ኣተወ። ኣብይ ግን ንጹር ፓሇቲካዊ ዕሊማ ሰሇ዗ሇዎ፤ ንጀነራሊቱ
ዕሊማ ኣስኒቑ ሰራዊትና ብየማንን ጸጋምን ክቖርጽዎ ኣዋፈረ። ወዮም ብለጻት ጀነራሊትና ብሰሪ
ውዲቕ ዕሊማ ዒርሲ ህወሓት በቶም ሰነፋት ጀነራሊት ኢትዮጵያ ተበሇጹ። ኣብ ሞንጎ እዙ
ኣሜሪካ ብተግባር ኣምሪራ ትጸሌኦ ዜወዯቐ ፍንፉን ኮምዩኒስታዊ ሰነ-ሓሳብ ዜተሰከመን
ንሇውጢ ዗ይተዒዯሇን ገታር ዒርሲ ህወሓት ኣዜያ ሓረቐት። ገስጋስ ህወሓት ናብ ኣዱስ ኣበባ
ንምዕጋት ከዒ ኣሜሪካ ኣብ ጎኒ ኣብይ ተሰሇፈት። ንተን ዒሚ ጥሪ ከሌኪሊተን ዜነበረት ዴሮናት
ዒረብ ኢምሬት ውን ስርሐን ክጅምራ ገበረት።

ብሰሪ ቁማር ዒርሲ ህወሓት ሰራዊት ትግራይ ኣብ ዗ይፈሌጦ ጣጣ ኣተወ። ኣጋ ዯብረብርሃን


ክበጽሕ ብሰማይን ብምዯርን ሓዊ ሇብሇቦ። ሰራዊትና ተበታቲኹ ኣማኢት ኪልሜትር ናብ ሞት
መሬት ከምዜኣተወ ዗ረጋገጹ ጀነራሊት ኣብይ፤ ብጋሸናን ሚሇን ቆሪጾም ከጥፍእዎ ተረባረቡ።
ብቅጥፈት ዒርሲ ናብ ዕዲ ዜኣተወ ሰራዊትና፤ ንሌዕሉ ሽዴሽተ ኣዋርሕ ኣብ ነፍሲ ወከፍ
ጎቦታት ዒፋርን ኣምሓራን ዋጋ ከም዗ይከፈሇ፤ ከም ቆጽሉ እናረገፈ ብእግሩ ኣብ ውሽጢ ሓዯ
ሰሙን ናብ ትግራይ ተመሇሰ። ስዕረት ዗ይኣመለ ጅግና ሰራዊትና ኣብ ዗ይዋኒኑ ብሰሪ ቅጥፈት

15 | P a g e
ህወሓት ስዕረት ከጋጥሞ ኮነ። ዒርሲ ዴማ ዕሊምኣ መኺኑ ብፍርሒ ርዑዲ፤ ነቲ መሊእ ቀውዑ
ተሇሚና ዜተሓሰመቶ ዗ተ ሰሊም ዜተቐበሇት መሲሊ፤ “ንሰሊም ክብሌ ወጽየ ኣሇኹ” ክትብሌ
መሰሓቒ ዒሇም ዜኾነ ጻዕዲ ሕሶት ወ዗ዏት። በዙ ዴማ ሰራዊትና ንዜሓሇፉ ሽደሽተ ኣዋርሕ
ዜኸፈል መሪር ዋጋ ኣካሲራ፤ ቃሌሲ ህዜቢ ትግራይ ብራኸ ዒወት ናብ ሓዯጋ መሉሳቶ
ትርከብ።

እዚ ብዯም ንጹሃት ተጋሩ ተሓጺባ ዗ይትጸሪ ገበነኛ ዒርሲ ቃሌሲ ህዜቢ ትግራይ
እንተ዗ይትጨውዮ፤ እቲ ካብ ቆቦ ክሳብ ዯብረብርሃን ካብ ጋሸና ክሳብ ሚሇ ዜተኸፈሇ ህይወት
ተጋሩ እትጽብጸብ፤ ዚጊዴ ምዕራብ ትግራይ ሓራ ወጽዩ ተመዚቢለ ዜጸንት ዗ል ህዜብና ናብ
መረበቱ ምተመሇሰ። ቃሌሲ ህዜቢ ትግራይ ኣብ መዴረኽ ዒሇምሇኸ ፍትሓውነቱ ሒዘ
ዱፕልማሳዊ ዒወት ምተጸምበሇ። ንሰራዊትና መዯሊዯሉ ዜኸውን መከሊኸሉ ዴሮን ሓዊሱ
ኣዴሊይ ዗ሇበሇ ካሌእ ኣጽዋርን ናውቲ ውግእን ብሓገዜ ወይ ብዕዴጊት ምተረኸበ። እዙ ኩለ
ግን ብሰሪ ቁማር ዒርሲ ኣይኮነን። ምኽንያቱ ዒርሲ ብህይወት ተጋሩ ወንበር ኣዱስ ኣበባ
ተመሉሳ ምሓዜ እምበር፤ ተጋዲሊይ ትግራይ ዜኽፍል መሪር ዋጋ ህይወት ኮነ ናይቲ
ብጥምየት ዜሃሌቕ ዗ል ዜተመዚበሇ ትግራዋይ ህይወት ዜግዴሻ ኣይኮነን።

V. እታ ዒርሲ ቃሌሲ ህዜቢ ትግራይ ኣብ መዴረኽ ዱፕልማሲ ዒሇም ከመይ ከም዗ኽሰረቶ

ከምቲ ቀዱሙ ዜተገሇጸ ቃሌስና ኣብቲ ናይ ሸሞንተ ኣዋርሕ ዯባይ ኩናት ኣብ መዴረኽ ዒሇም
ብዘሓት ዯገፍቲ ከም዗ፍረየ ዜፍሇጥ እዩ። ዒርሲ ናብ ኣዱስ ኣበባ ክትምሇስ ምስሃቀነት ግን
እዙ ኹለ ባድ ኮይኑ እዩ። ፈሇማ እዙ ዱፕልማሳዊ ውዴቀት ዜመጸ ዴማ ዒርሲ ህወሓት ምስ
መሻርኽታ ገሇ ጀነራሊት ናብ ኣዱስ ኣበባ ዜወስዴ ጉዕዝ ምስጀመሩ እዩ።

ብኣሜሪካ ንጀምር። ቅዴሚ ምሕዯራ ባይዯን ዜነበረ ምሕዯራ ትራምፕ ንህወሓት ምስ ኦሮሞን
ኣምሓራን ኮይኑ ከምዜወቕዒ ይፍሇጥ። ህወሓት ብኣሜሪካ ዜተወቕዏትለ ምክንያት ከዒ እቲ
መሓሇዊ ስርዒት ሰረቕቲ ትጥቀመለ ጸረ ሰብን ህዜብን ዜኾነ “ወያናይ ዳሞክራሲ” እትብል
ዜኸሰረ ስነ-ሓሳብን እኩይ ምሕዯርኣን እዩ። ህወሓት ነዙ ስነ-ሓሳብ ከም መሐሇዊ ስሌጣና
ተጎሌቢባ ኣብ ውሽጢ ዒዱ ስርዒት ሰረቕቲ ተኺሊ ሰብኣውን ዳሞክራስያውን መሰሊት
ኣመራሲሓ ከይኣክሌ፤ ኣብ መዴረኽ ዒሇምሇኸ ምስ ጉሒሊ ስርዒት ቻይና ተሻሪኻ ኣንጻር ረብሓ
ኣሜሪካ ብምኻዲ፤ ንኣሜሪካውያን ዜወሓጠልም ኣይነበረን። ሰሇዙ ኣሜሪካ ህወሓት ኣብ ኣዱስ
ኣበባ ክትቃበጽ ዜፈረዴሊ ቅዴሚ ሰሇስተ ዒመታት ኣቢለ እዩ ዜነበረ። እንተኾነ ህወሓት ንባዕሊ

16 | P a g e
ውን ከይትዴሕን ከይትሌወጥ ሓንጊዲ ብኢዴ ኣእታውነት ኣሜሪካ ፓሇቲካዊ ሞት እንተመቶት
ውን፤ ንህዜቢ ትግራይ ከም ዴፋዕ ተጠቒማ ብሽም ቃሌሲ ህዜቢ ትግራይ ናብ ኣዱስ ኣበባ
ክትምሇስ ምሕሳባ ኣየቋረጸትን።

ዯሓር ኩናት ምስተወሌዏ ውን ኣሜሪካ ዒርሲ ህወሓት ግሌባብ ብሄራዊነት ህዜቢ ትግራይ
ተጠቒማ ምርባሻ ከም዗ይትገዴፍ ሰሇዜገምገሙ፤ ብዴሮናት ዒረብ ኢምሬት ከይተረፈ ተወቒዒ
ክትጠፍ ፈረደ። ኮይኑ ግን ኣሜሪካ መሳርሕቲ ኢልም ዜሓረይዎ ኣብይ፤ ኣንጻር ዴላቶም ብ
ኢሳያስን ኣምሓራን ተጨውዩ፤ ኣብ ሌዕሉ ህዜቢ ትግራይ ገበን ዗ርኢ ምጽናት ፈጸመ። ኣብ
ሞንጎዙ ኣብ ኣሜሪካ ብዜተኻየዯ መረጻ ንመሰሌ ዯቂ ሰባት ቅዴሙነት ዜህቡ ዳሞክራቲክ
ፓርቲ ናብ ሰሌጣን መጹ። ምሕዯራ ባይዯን ዴማ ተተኸሇ። ምእንተ ህወሓት ዗ይኮነስ ካብ
መትከሊት ወጻኢ ጉዲይ ፓሉሲኡ ተበጊሱ፤ ባይዯን ነቲ ኣብ ትግራይ ዜተፈጸመ ገበን ምጽናት
ዒላት ኣውጊዘ ንቃሌሲ ህዜቢ ትግራይ ክሕግዜ ተርኣየ። ናይ ኣሜሪካ ሓገዜ ኣብ መሊእ
ምዕራባዊ ዒሇም ንዜተርኣየ ዯገፍ ቃሌሲ ህዜቢ ትግራይ ኣፍዯገ ከፈተ። ቃሌሰና ኣቓሌቦ ዒሇም
ሰሓበ። ብዘሓት ምዕራባውያን ዯገፍቲ ብሕሌና ምሳና ዯው ክብለ ተራኣዩ። ኣብዙ ሞንጎ ዒርሲ
ህወሓት ፈጺሙ ፓሇቲካ ዒሇም ስሇ዗ይርዴኣ፤ ወዮ ንህዜቢ ትግራይ ካብ ዒሇም ዜተርኣየ
ሓዛኔታ ንዒ መሲሌዋ ከበሮ ሓምሓም ወቕዏት። ከምቲ ኣብ ኩናት ኣይነበረትለ ኣይሰረሐትለ
“መሪሐ ኣዏዊተዮ” ዜበሇት ኣብ ዴፕልማሲ ውን ነብሳ ኣታሉሊ ተዒዊተ በሇት። “ካብ ኣብይ
ዜሓሽኩ ኣነ እየ ኣነ ንኢትዮጵያ ከመሓዴር ፍቐደሇይ” ክትብሌ ዴማ ብህይወት ተጋሩ ናብ
ቁማር ኣዱስ ኣበባ ኣተወት። እዙ ኹለ እንትገብር ግን እቲ ንህዜቢ ትግራይ ዗ጥፍአ ንባዕሊ
዗ውቅዒ ናይ ስርዒት ሰረቕቲ ኣተሓሳስብኣ ከይሇወጠት እዩ። ኣሜሪካውያን ዴማ ኣይኮነን ናይዚ
ተዯጋጋሚ ዜኸሰረት ዒርሲ ተንኮሌ ምለእ ዒሇም ሰሇዜፈሌጡ፤ ምስ መሻርኽቶም ምዕራባውያን
ኣንጻራ ክሌዒለ ወሰኑ። እንሆ ዴማ ብሰሪ ውዲቕ ዕሊማ እዚ ዒርሲ፤ ቃሌሲ ህዜቢ ትግራይ
ረኺብዎ ዜነበረ ዱፕልማሳዊ ዒወት ከሲሩ፤ ቃሌስና ብቁመት ህወሓት ተመዙኑ፤ ዋሊ ሓዯ
መሓዚ ዗ይብሌና ዲግማይ ኣብ ህሌውና ሓዯጋ ወዱቕና ንርከብ።

5. ቀጻሉ ዕዴሌ ቃሌሲ ህዜቢ ትግራይ እንታይ እዩ?

ኣብዙ ሐዙ እዋን ዒርሲ ህወሓት ብዋጋ ንጽሃት ተጋሩ ተፈጢሩ ዜነበረ ወርቃዊ ዕዴሌ ህዜቢ
ትግራይ ትሕጃ ኣትሒዚ ቁማር ተጻዊታ፤ ቃሌስና ብኩሇመዲይ ወዱቑ ናብ ሓዯጋ ኣትዩ
ይርከብ። ቅዴሚ ሰሇስተ ዒመታት እታ ዒርሲ ኣብ ኣዱስ ኣበባ ፓሇቲካዊ ሞት ሞይታ
ክትመጸና ከሊ ሰኣን መሪሕነት ክንኣሌያ ብ዗ይምኽኣሌና፤ ሕዙ እዚ ዒርሲ ኣብ ውሽጢ 30
17 | P a g e
ዒመታት ንሳሌሳይ ግ዗ ቃሌሰና ናብ ሓዯጋ ኣእትያቶ ኣሊ። መማረጺ ስኢና “ኣዮኺ ናይና”
ኢሌና ምእንተ መኸተ ወራርን ዱፕልማስን ኣብ዗ይ ዒቕማ መንግስትነት ትግራይ ሰሉምናያ፤
ንሳ ግን ኣዋሪዲትና ኣሊ። ሕሌፍ ሓሉፍዋ ባዕሊ ብዜኣተወቶ ቁማር ተበሉዒ ካብ ዯብረብርሃን
ምስተመሇሰት፤ ብፍርሒ ንባዕሊ ሪዑዲ፤ “መጹኻ በለዐኻ” እናበሇት ብሽም መኸተ ንህዜብና
ኣብ ዴፋዕ ክተንብር ቆሪጻ ተሊዑሊ ኣሊ። ከም ሓቁ ጸሊእትና ከም዗ይዴቅሱሌና ንፈሌጥ ኢና።
ይኹን እምበር እቲ ዜኣተናዮ ኩናት ብመሪሕነት እታ ዒርሲ ምዕዋት ከም዗ይከኣሌ ከዒ
ተፈሇጡ ኣል። እታ ዒርሲ ሕዙ ተቐርቂራ “መኸተ ድ ዗በት ንዲግማይ ጄኖሳይዴ ድ” እናበሇት
ህዜቢ ተርዕዴ ዗ሊ፤ ንናይ ባዕሊ ህሌውና ክትብሌ እምበር ዕሊማ ነጺራ ቃሌሲ ህዜቢ ትግራይ
ግቡእ መዚ዗ሚ ክረክብ ካብ ዗ሇዋ ዴላት ኣይኮነን። ዒርሲ ሕዙ ውን ንህዜቢ ትግራይ ከም
ዴፋዕ ተጠቒማ ብሽም መኾተ ኣብ ኩናት ብምንባር፤ ኣብ ከይዱ ክፍተት እንተረኺባ ዴማ ከም
ገሇ ኢሊ እቲ ዗ይበሉ ናይ ኣዱስ ኣበባ ሕማማ ንምዕጋስ እናሓሇመት እያ ትሰርሕ ዗ሊ። ብግሌጺ
ውን ዕሊምኣ “ፌዳራሊዊ ማዕርነታዊ ሓዴነት ኢትዮጵያ” ምኻኑ ሇይትን ቀትርን በተን ትቆጻጸረ
ሚዴያታት ትሌፍሌፍ ኣሊ።

በቲ በሇ በቲ ብሰሪ ውደቕን ጸረ-ህዜቢ ትግራይን ዜኾነ ዕሊማ ዒርሲ ህወሓት ሕዙ ቃሌስና


ኣብ ሓዯጋ ወዱቑ ኣል። ትግራይና ካብቲ ብጸሊእቲ ዜተበየነሊ ሞት ዜኸፍአ ብናይ ህወሓት
ምውት ግን ዴማ ቀታሉ ሓቀኛ ዕሊማ ህዜብና ዜኾነ ኣካይዲ ኣብ መገዱ ጥፍኣት ትርከብ።
እንተኾነ መሊእ ህዜቢ ትግራይ ህወሓት ሌዕሉ ዜኾነ ጸሊኢ ሓዯጋ ምዃና ሰሪዐ ሓሪኑ
እንተተሊዑለ፤ ቃሌሱ ካብቲ ዒርሲ ህወሓት ኣጻዊዲቶ ዗ሊ ሓዯጋ ከዴሕን ከምዜኽእሌ ሰፊሕ
ዕዴሌ ኣል። ህዜቢ ትግራይ ቃሌሱ ብዒወት ክዚ዗ም እተዴሌዮ ኣብ ሌዕሉ ዒርሲ ህወሓት ግ዗
዗ይህብ መሪር ውሳነ ከሕሌፍ ኣሇዎ። ህዜቢ ትግራይ ሕዙ ተሪፋቶ ዗ሊ ብሕታዊት መዴሓኒት
መገዱ፤ ንዒርሲ ህወሓት ይኣኽሇኪ ኢለ ካብ ስሌጣን ኣሌዩ፤ ዕዴሌ መሪሕነት ንጀጋኑ
ቤሄራውያን ዯቁ ምሃብ ጥራሕ እያ።

ብሓጺሩ ፓሇቲካዊ ሉሂቅ ትግራይ፣ ተቓወምቲ ውዴባት ትግራይ፣ ኣብ ውሽጢ እታ ዒርሲ


዗ል ፈታዊ ዒደ ኣባሌን መሪሕነትን፣ ብሓፈሻ ዴማ ኣብ ዒዴን ዯገን ዗ል ሓፋሽ ትግራዋይ
ምእንተ ሕውየት ዒደን ህዜቡን ቀሌጢፉ ነ዗ን ቀጺሇን ዗ሇዋ ተግባራት ክፍጽም ታሪኻዊ
ሓሊፍነት ኣጋጢምዎ ኣል፤

 ካብ ልሚ ጀሚሩ ህወሓት ኣብ መንበረ ስሌጣን ክትቅጽሌ ምፍቃዴ ማሇት፤ ከም ቀንዱ


ፍሌፍሌ ሓዯጋ ብሄራዊ ዴሕነት ተጋሩ ተወሲደ፤ ተጋሩ ከም ህዜቢ ምሌኪ ህወሓት
18 | P a g e
዗ብቅዏለ ንዒዱ ዜጠቅም ሓደሽ ናይ ፓሇቲካዊ ስሌጣን ምትዕርራይ ዜፈጥር ሇውጢ
ንምብጋስ ንሇዒሌ።
 ዯሇይቲ ሃገር ዜኾና ብሄራውያን ውዴባት ትግራይ ብህጹጽ ንኩልም ኣብ መኸተ
ዜሳተፉ ዗ሇው ፓሇቲካዊ ሓይሌታት ትግራይ ዗ሳትፍ ሽግግር መንግሰቲ ይጸውዒ።
ንተግባራውነቱ ዴማ ኩሇመዲያዊ ቃሌሲ ይወሌዒ።
 ዕሊማ ቃሌሲ ህዜቢ ትግራይ ምስረታ ሃገረ ትግራይ ምዃኑ ብህጹጽ ይነጸር። ናይ
ዱፕልማሲ ስራሕትና ዴማ በዙ ተቓንዩ ብብሄራውያን ተጋሩ ይመራሕ።
 ህወሓት ንምጥያሽ ሽግግር መንግሰቲ ትግራይ እንተ዗ይተቐቢሊን ናብ ቃሌሲ ሃገረ
ትግራይ እንተ዗ይተጸምቢራን፤ ህዜቢ ትግራይ ብሽም ምዴጋፍ መኸተ
ንህወሓት/ህወሓት ዜመርሖ መንግሰቲ ትግራይ ዜህቦ ሓገዚት ከም ን዗ይዚሪ ጥፍኣት
ህዜቡ ዜህቦ ዕዲ ቆጺሩ፤ ንዴሕነት ህዜቡ ክብሌ ንመንግሰቲ ህወሓት ምሕጋዜ ዯው
የብሌ። ኣብ ክንዴኡ ብግሌጺ ንምስረታ ሃገረ ትግራይ ን዗ንቀንደ ሓይሌታት ትግራይ
ብምሕጋዜ ዕሊማ ቃሌሲ ህዜቢ ትግራይ ዗ዏውት ስቓይና ህዜብና ዗ሕጽር ታሪኻዊ
ግቡእ ይዋጻእ።
 ሰራዊትና ከይፈርስ ብህጹጽ ካብ ኢዴ ኣእታውነት ህወሓት ነጻ ወጽዩ ንሓዋሩ ንእንሃንጾ
ብሄራዊ ሰራዊት መሰረት ከንብር ብ዗ኽእል መገዱ ክውዴብን ክመዒረረን ዴፍኢት
ይፈጠር።
 ዒበይቲ ምሁራን ተጋሩ ብፍሊይ ኣብ ዯገ ዗ሇኹም፤ ዯያስፓራ ህዜብና ወዱብኩም ዕሊማ
ቃሌሲ ህዜቢ ትግራይ ምስረታ ሃገረ ትግራይ ምዃኑ ንዒሇም ኣሊሌዩ። ኣብ ዜሓጸረ ግ዗
ካብቲ ህወሓት ኣብ ዯገ ዗ርጊሓቶ ዗ሊ መሓውር ተናጊፍኩም፤ መሓዘት ቃሌሰናን ምስ
ዜኾኑ ሃገራት፣ ትካሊትን ውሌቀ ሰባት ምርኻባትኩም ኣሐይለ።

ልሚ ቀሌጢፍና ናብዙ ቆራጽ ውሳነን ተግባርን እንተ዗ይኣቲና፤ ዒርሲ ህወሓት ንትግራይ ከም


ናታ ዴፋዕ ሒዚ ዗ይሕጋዊ መንግስቲ ትግራይ ኮይና ግን ከዒ ናብ ኣዱስ ኣበባ እናጠመተት
እናዴመየትና ካብ ምንባር ወጻእ፤ ካሌእ ዜሓ዗ቶ ትሌሚ የብሊን። እዙ ኣከይዲ እዙ ዴማ ዕጽዋን
ክባን ህዜብና ክጋዯዴ ኣብ ሌዕሉ ምግባሩ፤ ብኸይዱ ተዲኺምና ብጸሊእትና ክንወረር ዗ኽእሌ
እዩ። ምናሌባት ጸሊእትና ቶንኪልም ብኽባ ጥራሕ ክቕጽለ እንተመርጹ ዴማ፤ ህወሓት
ምእንተ ናይ ባዕሊ ዴሕነት ክትብሌ፤ ኣብ ትግራይ ኩልም ዒይነታት ገበናትን መርገጽታት
እናካየዯት ህዜብና ብጥሜትን ሕማምን እንተሃሇቐ ዜግዴሻ ኣይኸውንን። ዜኸፍአ ዴማ

19 | P a g e
ሰራዊትናን ስቪሌ መንእሰይናን ብውዱት ጸሊእትና ብ዗ይሕጋዊ ስዯት ክጠፍእለ ዜኽእሌ ሓዯገኛ
ኩነታት ኣጸሊሌዩ እዩ ዗ል። እዙ ማሇት ዴማ እቲ ጸሊእትና ኣብ ሌዕላና ብውሱን ዜፈጸምዎ
ግን ዴማ ክዚዜምዎ ዜዯሌዩ ጥፍኣትን ምጽናት ዒላትን ብኢዯዘር ብህወሓት ኣብ ሌዕላና
ይፍጸም ከም ማሇት እዩ። ብካሌእ ኣበሃህሊ ንዒርሲ ህወሓት ሕዙ ይኣኸሇኪ ኢሌና መዋጽእ
እንተ዗ይፈጢርና፤ ጻሊእትና ዜዯገሱሌና ጄኖሳይዴ ብባዕሌና ኣብ ባዕሌና ኣብ ነዊሕ ከይዱ
ዜፍጸም ክኸውን እዩ። ዗በት ትግራይ ብምውት ቃታሉ ከይትመውት።

ተጋዲሊይ ሕዴሮም ተስፋይ (Medical Doctor)

ካብ ቅዴመ ግምባር

ህዜቢ ትግራይ ንኩልም ጸሊእቱ እንኮሊይ ንህወሓት ይስዕር!!

20 | P a g e

You might also like