You are on page 1of 8

ናይ ስጋን መንፈስን ፍረ ንጽጽር

መአተዊ
 ምግባርናን እምነትናን ብጹቡቅ ክነርኢ ኣለና ያቆብ 2 ፤ 14
 ሓደ ሰብ ጽቡቅ ወይ ሕማቅ ስነ-ምግባር ኣለው
 መንፈሳዊ ፍረ ወይ ስጋዊ ፍረ ብሂወት ክነብረ እንትሎ ዘፍርዮ ፍረታት እዮም ። ማቴ 5፡16
 ሓደ ሰብ ኣብ ዉሽጡ ዘሎ መንፈስ ናይ ባዕሉ ዝኾነ ፍረ ክህልው ይግባእ

ዓላማ
 መንፈሳዊ ፍረ ምስ እግዚአብሄር ክንደይናይ ከቃራረብናን መንግስቱ ከዉርሰና ዝገብረ እዩ
 መንፈሳዊ ፈረ ብሃመይ መንገዲ ነፍሪ ፣ ካብ ናይ ስጋ ፍረ ብሃመይ ንርሕቅ
 ደቂ ሰባት ናይ ክርስቶስ ብርሃን ከይተረድኡ ስጋዊ ፍረ የፍሪዩ እዮም
 ደቂ ሰባት መንፈሳዊ ድሌቶም ክረክቡ አይካአሉን ካልኦት ድማ መንፈሳዊ ነገር ብምስኣን ሓሚሞም እዮም
 ሓደ ሓደ ሰባት ድማ ብ ዝተፈላለዮ መደንዘዝቲ እጽታት ፡መስተ ፡ዙሙትን ርኹስትን ተለኪፎም ብመንፈስ ሞይቶም
እዮም።
 ብሰንኪ ስጋዊ ፍረ ካብ መንፈሳዊ ፍረ ሪሒቆም እዮም
 ናይዚ ጹሑፍ ዋና ዓላምኡ እብ ንሃለና ንሃሉ ናይ እግዚአብሄር በረከትን ጸጋን ንክሓደርና ብናይ እግዚአብሄር ሕግታት
ክንመላለስ ይግባእ።
 መንፈሳዊ ፍረ ዝፍሪ በእምነት ልቡ ይጸንዕ ንዘጋጥምዎ ፈተናታት እዉን ብትዕግስቲ ይሓልፍ ።
ሓተታ
መንፈሳዊ ፍረን ስጋዊ ፍረን ብንፅፅር እንትረአ ሓደ ክርስትያን ክነብር ከሎ ዘፍርዮም ፍረታት
እዮም።መንፈሳዊ ፍረ ማለት ብመንፈስ ቅዱስ ዝምራሕ ናይ እግዚአብሄር ሕጊ ዝፍፅምን መንፈሳዊ
ፍረታት ዘፍርን ማለት እዩ።
ስጋዊፍረ ናይ እግዚአብሄር ቃል ዘይምስማዕ ዘይምግዛእን ብሓሳብ፣ብንግግር፣ብስራሕ ከምዚኦም ዝበሉ
ዘይምእዛዝን እዩ።
ናይስጋ ድሌት፣ናይ ስጋ ፍቃድ ምፍፃም ካብ እንስሳዊ ባህሪ ዝመንጨየ ዝኽልክሎ ዘየለ ስራሕ እዩ።ቅዱስ
ጳውሎስ ገላ 5:19-21 "ናይ ስጋ ድሌት ዝተብሃለ ዝገብር ናይ እግዚአብሄር መንግስቲ አይወርስን"
ናይ መንፈስ ፈረ
1. ፍቅሪ
2. ሓጎስ
3. ሰላም
4. ትዕግስቲ
5. ቸርነት
6. ቅንዕና
7. እምነት
8. የዋህነት
9. ዓርስኻ ምግዛእ
ናይ ስጋ ፍረ
1. ክርክር
2. ጣዖት ምምላኽ
3. ፅልኢ
4.ወረ

5. ዘይኮነ ፅልኢ
6. ርኹሰት
7.ቅንኢ

8.ቁጥዐ

9. ምስካር
10.ደርፊ

11.ምንፍቅና

12.ፍልልይ

13.ኣመንዝራነት

14. ዕብዳን
15. ኣድማኝንት
እንማሃሮ ንገር

 መንፈሳዊ ፍረ ከመይ ገይርና ከምነፍርን ካብ ስጋዊ ፈተና ብከመይ ከምንርሕቅን።


 ኣብ ዓለማዊ ይኹን መንፈሳዊ ሂወትና ብክርስቲያናዊ ህይወት ክንነብር ከምዘለናን መንፈሳዊ ፍረ
ክነፈሪ ነምዘለና ንመሃር።
 ኣብ ቤት ክርስቲያን ክንገብሮም ዝግብኡናን ዘይግብኡናን ነገራት።
 ስጋና ካብ ናይ ሓጥያት ስራሕ ብምርሓቅ ልነብስና ንመንግስቲ ኣምላኽ ንክትወርስ ክነብቅዓ
ከምዘለና።
መደምደምታ ሓሳብ

ናይ መንፈስ ፍረ
እምነት ብዛይ ስራሕ ዝሙተት ምኻኑ ኩሉ ስራሕ ብዛይ እምነት ዝማተት 'ያ እዚ ዝተርድኡ ኩሎም
ባዕሎም ብእምነት ፍረ ኣፍርዮም እዮም።ሕደ ሰብ ሃመይ ገይሩ ናይ መንፈስ ፍረ ይፍሪ ? መጀምሪያን
ልዕሉኹሉ ንእግዚአብሄር ምፍራሕ የድልይ “ንእግዚአብሄር ምፍራሕ ናብ ዘልኣለማዊ ሂወት
ይምርሕ” ምሳሌ 19:23 ፣ቀጺልካ ድማ ንይ እግዚአብሄር ትእዛዛት ብልበ ሙሉእነት ምፍጻም የድሊ
ናይ እግዚአብሄር ትእዛዝ ዝፍጸም ብሳጋ ሰላማዊ ሂወት ብነብሲ እውን ናይ ዘልኣለም ሂወት ይነብር።
ሓደ ክርስቲያን ነዚ ዘል ኣልማዊ ሂውት ዝብቅዖ ናይ እምነት ፍረ ወይድማ ከፍርዮም ዝግብ ኡ ናይ ነብሲ
ፍረታት ዝባሃሉ ድማ

ወጽኢታት ናይ መንፈስ ፍረ
 ካብ ሰይጣን ምርሓቅ
 ዘል ኣለማዊ ሂወት ምርካብ
 መንግስተ ሰማያት ምውራስ
 ወሉድ እግዚአብሄር ምኾን
Con’t
ናይ ሰጋ ፍረ
 ስጋን ነብስን ነንርእሶም ኣይስማዕምዑን ።
 ስጋ ኩሉ ግዘ ንምሑጓስ ንነብሲ ይቋወማ ብፍላይ ስጋ ሓላፍን ጠፋእን ትፎቲ ” ኣይትስሓቱ
እግዚአብሄር impartial ሰብ ዝዘርኦ እዩ ዝዓጽድ ብነብሲ ዝዘርኦግን ካብ መንፈስ ናይ ዘልኣልም
ሂወት ያዓጽድ ”።ገላ 6:7 ዝተባሃለ ብምግዳፍ ኩሉ ግዚ ስጋ ብኹፍኡ ስራሕ ምብስባስ ያዓጽድ
ኣብዚ ምድሪ እኾ ኣንተነበርና ድሕሪ ሞት ነብስና ናይ እግዚአብሄር ትከድ ስጋና ግን ኣብ ምድሪ እያ
ትባሳብስ ኣዚ ማለት ብትንሳ ኢ ዘጉባ ኤ ስጋና ተሓዲሳ ምል ዓላ ዘይተርፍ ምኾኑ ብምፍላጥ ካብ
መንፈስ ዘልኣልማዊ ሂወት ንምርካብ ምሳዓር ምጽዓር ኣድላይን ወሳንን ምኾኑ ሓዋርያ ቕዱስ
ጳውሎስ ኸም በሎ ካብ ስጋ ምብስባስ ከምንረክብ ነጊርና እዩ ።
ወጽኢታት ናይ ስጋ ፍረታት
 ካብ እግዚአብሄር ምርሓቅ
 ናይ ስይጣን ባርያ ምኾን
 መንግስተ ስማያስ ዘይምዉርስ ( ዘይምርኣይ )

You might also like