You are on page 1of 46

MOU 3rd Quarter 2016 Performance Report

TRANS ETHIOPIA
P.L.C
Mekelle Operation unit
3rd Quarter
2016 Report

MOU 3rd Quarter 2016 Performance Report


3rd Quarter 2016 Qualitative Report

1.ፕላን
• ዩኒት ማነጅመንት
• ኩሎም ናይ ስራሕ ሓለፍቲን
• ኩሎም ልምዓት ጉጅለታትን ስራሕቶም
ብትልሚ ይሰርሑ
2. ገምጋምን ቁፅፅር
 ዩኒት ማነጅመንት በብመዓልቱ ኩለመዳያዊ
ናይ መካይን ኩነታት ይግምግም ፀገማት
ኣነፂሩ መፍትሒ የቕምጥ
 ወርሓዊ ናይ ስራሕ ኣፈፃፅማ ብዘይምቁራፅ

ይግምግም
 ወርሓዊ ናይ ስራሕ ኣፈፃፅማ ምስ ሰራሕተኛ

ምይይጥ ተጌሩ
 ናይ ኩሉ ሰራሕተኛ ናይ 6ተ ወርሒ ናይ ስራሕ

ውፅኢት ተመሊኡ ናብ ማእኽል ተላኢኹ


3. ትካላዊ ዋንነት
 በብወርሑ ሃንደበታዊ ቆፀራ ገንዘብ ይግበር
 በብወርሑ ሰነዳት ምትዕራቕ ይግበር
 ናይ ዋራንቲ ክትትል ብቐፃልነት ይግበር አሎ ካብ

ዋራንቲ ክርከብ ዝግብኦ ጥቕሚ ምስ ኢንጅነሪንግ


ዲፖርትመንት ብምትሕብባር ይስራሕ አሎ፡፡
 32 መካይን ጎምአን ምስ ኣብ ካርዱ ዘሎ ትሕዝቶ

ተመሳኺሩ ተወዲኡ
 ሓደሽቲ ዝቑፀሩ ሽፈራት መጀመርያ ተደሪቦም
ክመሃሩ ይግበር፡፡
 GPS እስካብ ሕዚ 196 ሽፈራት ኣፈሪምና አለና፡፡
ዝቐፀለ
 ምንቅስቃስ ብምግባር ብዛዕባ ሓደጋ ፣ ኮንትሮባንድ ፣
ሎግ ቡክ ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ብዝተውሃበ ዳይሬክሽን
መሰረት ተጀሚሩ አሎ፡፡
 ናይ 2016/17 በጀት ምስ ሰራሕተኛ ገና
ኣይተመያየጥናሉን
 ናይ ትራክሾፕ ጀነሬተር ተፈቲሓ ትስራሕ አላ ዝግዛእ

አቑሑ ሳምፕል ንሳፕላይ ተዋሂቡ ሞደፊክ ዝኾኑ


ሞደፊክ ተጌሩ ኣብዚ ወርሒ ተሰሪሓ ክትውዳእ ተስፋ
ንገብር፡፡
 ንናይ ስካንያ ፅገና ዝከታተሉ ዝተወሰኑ ሰባት መዲብና

ምንቅስቃስ ተጀሚሩ አሎ
4. ናይ ምፍራይ ተኽእሎ
 ቲኤቲ ቁፅፅር ሚለን መቐለን ይትግበር አሎ
 ናይ ነዳዲ በጀት ቁፅፅር ተጠናኺሩ ይቕፅል አሎ
 ኣብ መራገፊ ቦታታት ደውታ ከይበዝሕ ሰባት

ብምልኣኽ ቅድመ ምድላው ምግባር ቦኸራ ንምንካይ


ፃዕሪ ይግበር እዩ
 ናይ ስካንያ ፀገም ንምፍታሕ ካብ ካልኦት ተሞክሮ

ብምውሳድን ቴርሞስታት ወፃኢ ቴፍሎን ብመሽን


ብምፅራብ ባይፖስ ክዕፆ ብምግባር ናይ ሞተር
ሙቐት ክጠፍእ ተጌሩ
ዝቐፀለ
 ናይ ጊር ቦክስ መውረዲ ጃክ ብናይባዕልትና ሰብ
ሞያ ተሰሪሑ ኣብ ጥቕሚ ውዒሉ
 ናይ ሾክ ኦብዘርቨር ስፕሪንግ መጨበጢ ሓንቲ

ኮይና ምፅባይ ስለዝተፈጠር ብመሽን ሾፕ


ሓንቲ ካልእ ስለዝተሰርሐት ትፅቢት ቀርዩ ናይ
ስራሕ ሰለጤን ተፈጢሩ
ዝቐፀለ
 ኣብ
መሽን ሾፕ ቁፅሮም ዘይንዓቕ ሰፔር ይስርሑ
አለው --ንኣብነት
◦ V-stay 6
◦ Slack adjuster 6
◦ Thermostat መዕፀዊ 10
◦ Mafler 04
◦ ተለጣፊ ናይ ጋንች 60
◦ ናይ ቲዩብለስ አየር ቫልቭ 10
◦ ብራሽ ሆልደር 01
◦ ታንከር መኽደኒ 03
◦ ጋንች 113 ወዘተ
4.1 ኣብ መፍረይነትና አሉታዊ ተፅእኖ
ዘለዎም
 ኣብ ምርጋፍን ምፅዓንን ደውታ ምብዛሕ
 ኣብ ቴክኒክ ኣብ መንገዲ ደው ዝበላን ኣብ

ጋራዠ ዘለዋን ብሓደጋ፣ ብኮምፖነንት፣ ፅገና


ብሞተር ህድሳት ብሰንኪ ስፔር ሕፅረት ብዙሕ
ግዜ ደው ምባል
 ሓደጋ ምብዛሕ
5.ህንፀት ልምዓታዊ ሰራዊት
 ናብ ዩኒትና ሱፐርቪዠን ኮሚቴ ንህንፀት ዝሕግዝ ኣብ መዓልቲ 2
ልምዓት ጉጅለ ዳህሳስ ምግባር ተጀሚሩ
 ልምዓት ጉጅለታት ስራሕተን ብፕሮጀክት ደረጃ ብምምዳብ
ቀዳማይ እንትውዳእ ካልኣይ እናፈጠራ ባዕልተን ንባዕልተ አባላተን
ምህናፅ ጀሚረን አለዋ፡፡
 ሓደሽቲ ዝቑፀሩ ይኹን ካብ ካልእ ጨንፈር ናብ ጨንፈርና ዝምደቡ
ሰራሕተኛታት ስልጠናን ኦሬንቴሽንን ብምሃብ ብስነ አእምሮ
ክዳለው ምግባር፡፡
 መልቀቂያ ዝሓተቱ ሽፈራት ሰራሕተኛን ዩኒት ማነጅመንትን
ብምትሕግጋዝ ብምይይጥ ብምህናፅ ናይ ምልቃቕ ድልየቶም
ዝገደፍዎ ከምዘለው፡፡
6. ሰናይ ምምሕዳር ዝምልከት
 ሰራሕተኛ ባዕሉ ብዘቐመጦ ፕሮግራም ዓመት
ዕረፍቲ ይጥቀም ምህላው
7. ትኹረት ዘድልዮም ፀገማት
 ኮንትሮባንድ ምፅዓን መኪና ምውራስን
 ሓደጋ ምብዛሕን
 ነዳዲ ብምውዳእ መካይን ደው ምባል
 ሕፅረት ስፔር ኣብ ስካንያ ኣብ ሓደጋ ዝበፅሕን

መካይን
 ናይ ሽፈር ሕፅረት ከም ሽግር ክረአ አለዎ
 ናይ መቐለ ማደያ ነዳዲ ጉድለት ምርኣይ መፍትሒ

ዘድልዮ እዩ ፡፡
7. ሕቶታትን ዝንባለታትን ናይ ሰራሕተኛ
 ኩሉ ሰራሕኛ ናይ ደሞዝ ሕቶ ብስፍሓት ይለዓል
አሎ
 መካኒካት ናይ ኢንሰንቲቭ ስርዓት ይተዓረየልና

ዝብል ሕቶ አለዎም
 ሹፌራት ብዘይ ጥፍኣትና ኣበል ክቁረፀልና
የብሉን ዝብል ጥርዓን ሕዝውን ምስ ቀፀለ እዩ፡፡
 ሹፈራት መዚና ዘይተረከብና እናሃለና መዚንኩም

አረክቡ ንበሃል አለና


8. ሒዝናዮ ዝነበርና ናይ ማሕበር ልምዓት ትግራይ
መደብ ዝምልከት
 ኣብወርሒ የካቲት ንኹሉ ሰራሕተኛ አኼባ ብምግባር
መብርሂ ተዋሂቡ፡፡
 ኩሉ ሰራሕተኛ አባል ቲዲኤ ንምግባር ዋህዮታትን

ልምዓት ጉጅለታትን ምንቅስቃስ ተጀሚሩ አሎ፡፡


 ሓደ ፐርሰንት ዘይከፍሉን ጠቕሊሎም ዘይከፍሉን

ኩሎም ብቐፃልነት እናእመንካ አባላት ምግባር፡፡


እስካብ ሕዚ አባላት ዝኾኑ
ተቑ አሃዱ ሓደ ብክፋል ዝኣበዩ
ፐርሰንት
1 ቴክኒክ 52 16 48
2 ፋይናንስ ምምሕዳርን 20 8 0

3 ሳፕላይ 21 0 1
4 ኦፕሬሽን 269
ድምር 362 24 49

-ሓደ ፐርሰንት ዝኸፍሉ 362 ዘይኸፍሉ 49


-ዝተወሰነ ዝኸፍሉ 24
-ጠቕላላ ድምር አባላት ዝኾኑ 386
  1. Operation
1.1. Truck inventor
S/ Make Last Fleet size
N period
Current Period To Date
Plan Actual N/ope % Plan Actual N/ %
tional opera-
truck tional
truck

1 Unit 19 80 71.34 82 80 2 97 82 79 3 96
2 Unit 20 77 68.73 79 78 1 99 80 77 3 96
Total 157 140.07 61 158 3 98 162 156 6 96
3 Unit -21 99 97 100 99 1 99 100 99 1 99
4
4 Unit -22 61 62.72 64 60 94 62 59 3 95
G.Total 317 299.79 325 317 8 97 324 314 10 97

ኣብ’ዚ ኳርተር እዚ ብሓደጋ ምክንያት፣ብስፔር ሕፅረት፣ብሞተርን ብኮምፐነንት ሕድሳትን


ጠቕላላ ስራሕ ዘይጠዓማ ብኣቨረጅ 8 መኪና እየን።
1.2. Truck day’s utilization Rate

Current Period To Date


S/N Make Last
Plan Actua % plan Actual %
Period
Actual

1 Volvo & New Scania 83 100 80.5 80.5 100 83 83

2 New Volvo - 21 83.3 100 81 81 100 82 82

3 Volvo - 22 74 100 75 75 100 77 77

Total 81.3 100 79.5 79.5 100 81.5 81.5

ኣብ ምፅዓንን ምርጋፍን ኣብ ኬላን ኣኬባ ዝጠፈአ ግዜ ስለዝነበረ እዩ ትሕቲ ፕላን ኾይኑ


ዘሎ።  
1.3. Km performance
S/No Make Last Period Current Period
Actual km To Date
coverage Plan Actual % Plan Actual %

Volvo & N-
1 Scania19 1251686 1808756 1179640 65 5512040 3696274 67
Volvo & N-
2 Scania 20 1202572 1742582 1171890 67 5378047 3518975 65
Total
2454258 3551338 2351530 66 10890087 7215249 66

3 New Volvo 21 2165043 2552400 2085905 82 7767200 6310808 81


4
Volvo – 22 1307329 1774208 1181628 67 5182053 3496686 67

Total
5926630 7877946 5619063 71 23839340 17022743 71
   

ኣብዚ ኳርተር እዚ ኪ/ሜትር ምስ ፕላን ክነፃፀር ከሎ 29% ዝተሓተ


እዩ:: ምክንያቱ ኣብ ቶን ኪ/ሜትር ተገሊፁ ዘሎ’ዩ።
1.4. Km performance per serviceable trucks

S/ Make Fleet Last Current Period To Date


N Size Period
for Actual km Plan Actual % plan Actual %
Serv. coverage
truck

1 Volvo &
N-Scania 124.4 19840 22058 18902 86 67220 58979 88
2 N-Volvo
91 23923 25524 22922 90 77672 70105 90
21
3 Volvo -
55.4 22657 27722 21329 77 84080 62816 75
22
  Total 270.8 66420 75304 63153 84 228972 191900 84
ምስቲ ፕላን ክነፃፀር ከሎ 16% ዝቐነሰ እዩ ምክንያቱ ኣብ ምፅዓንን
ምርጋፍን ዳውንታይም ስለዝነበረ እዩ።
1.5. Ton km performance
S/n Make Last Period Current Period
Actual km
coverage To Date
Plan Actual % Plan Actual %

Volvo & N-
1 Scania 19 31439505 36475240 28275225 77 110808076 88959360 80

Volvo & N-
2 Scania 20 29034119 35140780 27723476 79 108114486 84316210 78

Total 60473624 71616020 55998701 78 218922562 173275570 79

3 Volvo - 21 54106428 51469100 50362499 98 156523800 154770669 99

4 Volvo - 22 36414989 42848768 33447882 78 125194511 97232076 78

Total 150995041 165933888 139809082 84 500640873 425278315 85


1.6.Ton km performance per serviceable trucks

S/ Make Fleet Last Current Period To Date


Size Period Plan Actual % Plan Actual %
N

Volvo & N-
1 Scania 124.4 488873 444820 450150 101 1351318 1417844 105

2 N-Volvo 21 91 597861 514691 553434 107 1565238 1720035 110

3 Volvo - 22 55.4 631109 669512 603752 90 1361872 1146117 84

  Total 270.8 1717843 1629023 1607336 99 4947940 4889421 99


• ካብኡ ንላዕሊ ዘይከድናሉ ኣብ ምፅዓንን ምርጋፍን ደውታ ስለዝነበረ እዩ።
Down time by product
s.n Description down time %
operation

1 Loading /ምፅዓን 1426.22 18


2 Unlading /ምርጋፍ/ 2316.36 29
3 Custom /ጉምሩክ/ 719.7 9
4 Others/ካልእ/ 516.34 6.7
  Total 4978.62 62.7
Technique
4 Maintenance /ፅገና/ 2684.28 34
5 Road call /መንገዲ ብልሽት/ 249.25 3
  Total 2933.53 37
6 Others/ካልእ/ 21.09 0.3

Grand total 7933.24 100


1.7. Load Factor

Current Period To Date

S/ Last
Make
N Period
Plan Actual % Plan Actua %
Volvo & N-Scania
1
58 53 56 106 52 57 110
2 N- Volvo 21
57 53 57 107 52 58 111
3 Volvo - 22
55 53 57 107 52 56 108
Average 57 53 56.5 106 52 57 110

ሎድ ፋክተር ምስ ፕላን እንትነፃፀር 6% ዝለዓለ እዩ ::


1.8. ብያጆ፣ ጋራዥ ምልልስ፣ መ/ብን ባሌስትራን ዝሓዘ
To date
ብያጆ ምልልስ ብያጆ ምልልስ
መ/
ጋራዥ ብልሽ ፅዕነት ጋራዥ መ/ ፅ/
ተ.ቁ ኣሃዱ ምልልስ ድምር ኣቨረጅ ት ጉድለት ምልልስ ድምር ኣቨረጅ ብልሽት ጉድለት

Volvo & N-
1 Scania 19 838 809 9.86 56 42 2513 2468 30 153 89
Volvo & N-
2 Scania 20 812 799 10 56 27 2395 2338 29.5 171 74

3 Volvo 21 622 1421 14.21 7 24 1898 4217 42.17 39 62

4 Volvo - 22 375 758 11.8 6 19 997 2196 34.3 14 46


  Total
2647 3787 11.6 125 112 7803 11219 34.5 377 271

ብያጆ ብአቨረጅ ንሕድሕድ ምድብ መካይን ንኳርተር እንትካፈል 11.6 እዩ፡፡ ካብ


ዝሓለፈ ኳርተር ብ 0.7 ዝቐነሰ እዩ።
1.9. Average Km/liter
S/N Make Last Current Period To date
Period Plan Actu % Consump Plan Actual % Consump
al tion tion
1 Volvo & N-
Scania 19
1.78 1.93 1.84 95 655546 2.00 1.85 92 2015081
2 Volvo & N-
Scania 20
1.83 1.93 1.84 95 646247 2.00 1.85 92 1914071
3 N-Volvo21
1.93 2.14 1.96 92 1063939 2.11 1.98 94 3189824
4 Volvo - 22
1.85 2.13 1.80 84 656216 2.10 1.86 88 1892832
Total 1.85 2.03 1.87 92 3021948 2.05 1.89 92 9011808

ናይ ነዳዲ ውፅኢት ምስቲ ፕላን ክነፃፀር ከሎ ብኣቨረጅ ብ 8% ዝቐነሰ እዩ ።


ሐዚ’ውን ግን ዝተወሰና መካይን ነዳዲ ዝውድኣ ስለዘለዋ ፀገመን ብምፍላጥ
ዝተፋላለየ መፍትሒ ንገብር አለና ኢና።
1.10. Accident

Current Quarter To Date


Share Share
Last
S/N Description period QTY (%) QTY (%)
1 Over turn 4 3 5 11 5
2 Against Human 1   2 1
3 Against Truck 39 47 70 126 56
4 Against Animal 9 6 9 24 11
5 Against Building 2   2 1
6 Against Pall    
7 Others 23 11 16 60 27
 Total 78 67 100 225 100
1.10.1 Accident by cause

Current period TO Date

S/   unit Unit unit unit unit Unit unit unit Tota


N   19 20 21 22 Total % 19 20 21 22 l %
1 ሹፌር 6 6 7 1 20 30 27 26 18 13 84 37.3
3ይ ወገን
2 7 7 13 4 31 46 16 16 34 19 85 38
3 ቴክኒክ 1 1 2 1 2 2 5 2.2
4 ዘይተነፀ
ረ  
ካልእ
5 7 1 2 5 15 22 16 8 3 24 51 22.6

 Total 20 15 22 10 67 100 60 52 57 56 225 100


1.10.2 ናይ ሓደጋ ግምት ብገንዘብ

Current period TO Date


20,000 - 20,000 -
<5,00 5,000 - 50,000 - >100,0 ዘይተገ <5,00 5,000 - 50,000 - >100,00 ዘይተገ
ድምር ድምር
0 20,000 100,000 00 መተ 0 20,000 100,000 0 መተ
50,000 50,000
21 26 9 2 9 67 65 70 32 9 7 42 225

ሓደጋ ካብ ዝሓለፈ ኳርተር ብቑፅሪ ዝቐነሰ ኾይኑ ብክብደቱ ግን ዝወሰኸ


እዩ። እቲ ጉድለት እውን ብናትና ሽፈርን 30% ብ3ይ ወገንን 46%
ብቴክኒክ 2% ብካሊእ 22% እዩ። ሕዚ ‘ውን እቲ ሽግር እናቐፀለ ስለዝኾነ
ዝለዓለ ፃዕርን ትኩረትን የድልዮ እዩ፡፡
1.11. TAT

Current period
ካብቲ ድምር
ጠቅላላ ትኤቲ ብምዝዋር ብምፅዓን ብምርጋፍ
በዝሒ
ዝተሰርሐ ዝተማሓየሸ ዝተማሓየሸ ዝተማሓየሸ ዝተማሓየሸ
ተ.ቑ ቢያጆ TAT በዝሒ በዝሒ በዝሒ በዝሒ
1 3787 3318 626 2400 1126 606
88% 19 72 34 18
TO Date
ካብቲ ድምር ብምፅዓን
ትኤቲ ዝተማሓየሸ
በዝሒ ጠቅላላ ዝተሰርሐ ዝተማሓየሸ ብምዝዋር በዝሒ ብምርጋፍ
ተ.ቑ ቢያጆ TAT በዝሒ ዝተማሓየሸ በዝሒ ዝተማሓየሸ በዝሒ
1 9459 1724 6923 3117 2156
  84% 18 73 33 23

ካብቲ ጠቕላላ ዝተሰርሐ TAT ዝተማሓየሸ ብምዝዋር፣ብምፅዓን፣ብምርጋፍ ብቅደም


ተከተል ተቐሚጡ እዩ፡፡
2. Technique Service
Maintenance Performance
2.1. Maintenance Serviceability Rate by make

Current period To date


Last
S/N Make period Plan Actual % Plan Actual %

1 I –shift 92.86 98 86.53 88.3 98 87.24 89


2 New scan 48.56 85 51.34 60.4 85 50.92 59.9
3 New Volvo 90.82 97 91.23 94.1 97 91.13 93.9
4 Volvo- 1 75.29 87 79.13 91 87 78.66 90.4
5 Volvo -2 79.3 87 81.70 93.9 87 81.41 93.6
Total 83.06 90.8 83.37 91.8 90.8 77.87 85.8
 Cause of serviceability

s.n Description
1 PM and CM 900.1
2 Road call 225.87
3 Lack of s/part 445.23
4 Accident 185
5 Over hall 651.8
6 Lack of manpower 4
total 2411
2.2. Maintenance Standard Time

attainable
standard actual
S/N Branches Last Period maintenance Maintenance %
time
time

1 Garage -1 10449.41 9747.42 10025.83 97.22


2 Garage-2 13106.63 12197.85 12245.65 99.61
3 Garage-3 9783.08 8855.55 8794.66 100.69
4 Refer 8919.45 7209.95 7770.54 92.79
Sub Total 42258.57 38010.77 38836.68 97.87
2.3. Technician Hour Utilization
Allocate Budgeted Averag
Manpo Available technician sick & Garage Total idle Actual Actual
wer for technician annual mounin Training idleness(8) Others( technician Tech.hour
Branch /garage hours for the Meeting(6) technicia
the hours for the period (3) leave (4) g Leave /7/ =3-11-5-6- 9) hours (10) for the n hour
period period (2) (5) 7-9 =5+6+7+8+9 period (11)
=2.4 Per day
(no) (1)

Garage-1 Electrician 9 1554 1494.5 59.5 3.5 37.83 3.5 120.16 21 185.99 1308.5 6.1
Grage-1 mechanic 1087.0
51 8806 7867.67 938.33 84 147.17 182 8 0 1500.25 6367.42 5.7
Grage-1 Metal 12 2072 2002 70 7 60.25 0 51.41 0 118.66 1883.34 6.6
Garage-1 Service man
3 518 514.5 3.5 0 18.55 0 29.37 0 47.92 466.58 6.3
Garage-2 Electrician 6 1036 1036 0 42 22.05 0 135.79 0 199.84 836.16 5.6
Garage-2 Mechanic 1333.1
73 12600 10832.5 1767.5 129.5 241 139.5 8 0 1843.18 8989.32 5.8
Garage-2 metal 15 2590 2394 196 7 67.25 0 223.67 0 297.92 2096.08 6.1
Garage-2 service man 3 518 511 7 0 11.75 0 7.17 0 18.92 492.08 6.7
Garage-3 Electrician 6 1036 885.5 150.5 52.5 15.35 12.5 167.65 0 248 637.5 5
Garage-3 Mechanic 1172.9
54 9324 8331 993 203 154.35 24.5 9 0 1554.84 6776.16 5.7
Garage-3 Metal 9 1554 1319.5 234.5 21 27.6 0 16.74 0 65.34 1254.16 6.7
Garage-3 Service Man
3 518 504 14 0 12.05 0 9.45 0 21.5 482.5 6.7
Refer 55 9492 8558 934 14 167.38 35 579 0 795.38 7762.6 6.3
Grand Total 299 51618 46250.2 5367.8 563.5 982.6 397 4933.7 21 6897.7 39352.4 6.0

ናይ ቴክንሻል ምምሕያሽ ካብ ዝሓለፈ ኳርተር ተመሳሳሊ እዩ ካብ ፕላን ብ1.00 ዝታሓተ እዩ


ናይዚ ምክንያቱ መካይን ካብ ጋራጅ አብ ዝጠፋአሉ ቴክኒሻል አይድልነስ ብሕማምን ስልጠናን
አኬባታት ንሚለ ምምልላስ ወዘተ ዝጠፍእ ግዜ እዩ።
2.4. Comparative Technician Hour Utilization

S/N Branches Last period Plan Actual %

1 Garage -1 11609.69 11878.67 10025.83 84.40


2 Garage-2 11882.63 14606.00 12245.65 83.84
3 Garage-3 9689.99 11040.00 9150.33 82.88
4 Refer 18024.62 8558.50 7770.54 90.79
Sub Total 51206.93 46083.17 39192.35 85.05

ናይ ስዓት ኣጠቃቅማ 14.95 % ትሕቲ ፕላን እዩ።


2.5. Garage visit

Current period
Last
S/N Make
period Plan Actual %

1 I –shift 2.28 3 2.93 97.81


2 New scan 6.44 4.5 5.33 118.5
3 New Volvo 2.01 3 3.86 128.6
4 Volvo- 1 4.64 4.5 3.94 87.62
5 Volvo -2 4.99 4.5 7.36 163.6
Total 3.54 3.9 4.55 116.6
2.6. Road call downtime

Recovery time
per Truck To Date

Last No. of Down


Current
period No. of
Current
period
S/N Make period Trucks time actual Trucks Down time actual

1 I - shift 8.15 4 40.9 10.23 9 98 10.8


2 New Scania 21.62 25 597.9 23.92 69 1533 22.37
3 New volvo 25.17 10 261.6 26.16 45 862.2 19.65
4 Volvo-1 16.08 34 513.7 15.11 97 1723 17.76
5 Volvo-2 7.29 55 919.4 16.72 169 2462.7 14.57
Total 15.78 128 2333.5 18.23 389 6678.9 17.17

-ብ መ/ብ 233.5 መዓልቲ ናይ ምልዓል ዓቅምና ብአቨረጅ ናይ


ኳርተር 233.5/128=1.84 መዓልቲ እዩ፡፡
- ናይ 9 ወርሒ ድማ 667.8/389=1.7 መዓልቲ እዩ
2.7. Tyre KM coverage
Current year
No.of
S/N   Tyre Plan Actual %
1 New scania 23 120,000 122663 102.22
    2 45,000    
2 Volvo FH12 452 127,000 124333 97.90
    26 45,000    
3 Volvo FH13 365 153,000 121108 79.16
    2 45,000    
4 I-Shift 34 153,000 59654 38.99
           
  retread 30 45,000    
  S/hand 51 0    
  New 874      
  Total 955 0    
Average   139340.6 110172.78 79.07
ካብ 955 ጎማ 874 ሓዱሽ 51 ሰከንድ ሃንድ 30 ሪትሬይድ ኮይኑ ካብ ሓድሽ ልዕሊ ታርጌት 210 ትሕቲ ታርጌት ድማ
664 ኮይኑ እቲ ሓድሽ ብአቨረጅ ልዕሊ ፕላን እዩ፡፡
Cost of Tyre

Monthly To Date
  FG TG RET S.H TOTAL FG TG RET S.H TOTA
         

በዝሒ 266 603 40 58 967 1044 1973 80 143 2920

% 3.64 1.60 24.17 16.67 100 2.80 1.48 36.5 20.4 100
3 . Human Capital Management
3.1 Manpower Status and Remuneration
Beginning no Recruitme Ending Remuneration in
S/N Qualification of Employee nts
Terminated
number the period

I Permanent
1.1 Managerial level 6 1 5 21151.50
1.2 Professional 14 0 0 14 239365.20
1.3 Sub professional 169 4 9 164 2656619.40
1.4 Certificate 12 0 0 12 23778.30
1.5 12th or 10th Grade Complete 97 0 7 90 1307834.40
1.6 Below 12th or 10th Grade 277 19 9 287 4549032.30
Sub total 575 23 26 572 9139181.10
II Contrat
2.1 Managerial level
2.2 Professional 3 26 33399
2.3 Sub professional 16 16 72000
2.4 Certificate
2.5 12th or 10th Grade Complete 10 10 45000
2.6 Below 12th or 10th Grade 2 2 7311
Sub total 31 31 117710
Grand Total 606 23 26 603 9256891.10
3.2 Reasons for Staff separation by Category

SN Reasons for Staff Category Total


separation Manager Professio Sub- Below sub
ial nal Profession Profession
al al
1 Death 1 1
2 Rehabltation
3 Resignation 1 7 8
4 Disability
5 transfer 1 6 7
6 Contraband 1 1
7 Disappear 6 2 8
8 Accident 1 1
Total 1 9 16 26
3.3 Telephone consumption

S.N Phone no Budgeted Actual Variance To date Remark

Budgeted Actual Variance

1 408416 1200 562.5 -637.5 3600 1412.7 -2187.3 Below budget


2 406454 900 340.5 -559.5 2700 864.59 -1835.41 Below budget
3 408468 1050 422.4 -627.6 3150 1737.8 -1412.25 Below budget
4 416174 1500 1891.9 391.9 4500 3527.9 -972.06 Below budget
5 408579 600 551.6 -48.4 1800 1695.2 -104.83 Below budget
6 405765 900 1038 138 2700 1806.2 -893.79 Below budget
7 408198 1050 487.5 -562.5 3150 1791.8 -1358.18 Below budget
  Total 7200 5294.4 -1906 21600 12836 -8763.82 Below budget
  Mobile 18750 18750 0 56250 56250 0 Budget
3.4 Fuel consumption

Km
S.No Plate No Km litter Budget Actual Remark
coverage

1 00014 13009 8.2 1260 1580 Over budget


2 00827 7958 9 1260 876 Below budget

3 44264 9577 9.9 420 966 Over budget (Fild purpose)


Below budget
4 28124 3459 14.2 1260 242
Below budget
5 08329 12808 11.9 1260 1069
Total 5460 4733
4. Finance
4.1. Summarized

Current Quarter To date


Last
Descript Period Plan Actual % Plan Actual %
Revenu 200,314,315.13 217,088,122.00 183,507,489.65 84.53 639,621,717.01 563,169,547.10 88.05

Gross Profit 75,504,603.08 72,192,238.90 62,785,149.08 86.97 207,995,875.56 201,172,026.27 96.72

General & Adm.


Expense 6,754,433.86 11494326 7,065,547.36 61.47 34,491,315.80 20,691,273.98 59.99

Total cost 141,528,087.61 165473176.6 137,387,833.10 83.03 493,260,536.46 417,258,368.94 84.59

Profit before tax 58,786,227.52 51,614,945.42 46,119,656.55 89.35 146,361,080.55 145,272,928.94 99.26
4.2 profit & loss by make
Current Quarter To Date
Model Plan Actual % Plan Actual %

Volvo 15,513,108.79 20,318,054.46 130.97 52,713,916.47 62,823,232.41 119.2

Volvo 21 18,982,055.00 19,230,627.21 101.31 49,150,396.50 64,245,736.19 130.7

volvo 22 14,059,718.63 7,195,025.17 51.17 35,021,436.78 20,359,994.91 58.1

New Scania 3,060,063.00 (624,050.29) -20.39 9,475,330.80 (693,626.41) -7.3

Total 51,614,945.42 46,119,656.55 89.35 146361080.55 146,735,337.1 100.3


4.3. Variable Cost Quarter
Actu.C/
Budg.
New C/T.K. % of
Description volvo volvo 21 volvo -22 scania Total D M T.K.M Act/Bud. Exp
Total Ton K.M 52341924.06 50362498.81 33447882.37 3656775.9 139809081.1        
Total Revenue 69377706.76 66221211.34 43294575.44 4577141.18 183470634.7        

AVERAGE TARIF 1.33 1.31 1.29 1.25 1.31 1.31 1.31 1.00000  
DI. VARIABLE
COST/TON K.M 0.701715 0.543776 0.404966581 0.9732 0.58092892 0.63148 0.58092 0.91990 decrease

PERDEUM 3267563 2642976 1477109.82 273070 7660718.82 0.04202 0.0547 1.30372 increase
decrease
PORT FEE 652914.37 596786.6 282227.78 40168.93 1572097.68 0.1631 0.01124 0.68900
1142513.7 decrease
FUEL 18526320.54 15990989.62 9806964.75 3 45467788.64 0.39055 0.3252 0.83270
decrease
TYRE 4665867.57 3181938.44 270197.89 204294.5 8322298.4 0.0977 0.05952 0.74618
1491555.2 decrease
SPAREPART 5682154.13 2026869.51 481938.78 7 9682517.69 0.0512 0.06925 0.77330
increase
LUBRICANT 627234.61 254706.94 150806.54 83552.7 1116300.79 0.01032 0.0079 1.35245
increase
WAGES 2271408.21 2019836.98 752462 155556 5199263.19 0.02999 0.0372 1.23970

Car washing 118215 100870 72000 7350 298435 0.00113 0.002134 1.88755 increase

Tyre Repair 386573.5 260378.5 94151 25557 766660 0.00424 0.0055 1.29300 increase
increase
Incentive 148780 124800 44220 1400 319200 0.001463 0.002283 1.55950
increase
MISSELLANOUS 362415.29 170354.46 106262.99 132062.54 771095.28 0.002476 0.005515 2.22745
LICENCE
&INSPECTION 19710 15420 6933 700 42763 0.001962 0.000350 0.15583 decrease
3558780.6
  36729156.22 27385927.05 13545274.55 7 81219138.49        
ስለዘዳመፅኩምኒ
የመስግን

You might also like