Professional Documents
Culture Documents
ሰሉስ 23 ሰነ 2009
²Ãö-8
ርክብ ሰማእታትን ናይ ክብሪ
ቦታኦምን
20 ሰነ መዓልቲ-ሰማእታት ኤርትራ ኣብ
ኣየርላንድ። ለንደንን ሊብያን ተዘኪራ
20 ሰነ መዓልቲ ሰማእታት ኤርትራ
ኣብ ኣየርላንድ። ለንደንን ሊብያን
ብረዚን ዝኽሪ ተኸቢራ ከምዝወዓለት
ከካብ ቦትኡ ዝበጽሓና ሓበሬታ
ኣፍሊጡ፣
ኣብቲ ስነ-ስርዓት ዝኽሪ። ኣብተን
ኢራን። ንቕሓት ዘበርኽ ሃገራት ዝነብሩ ኤርትራውያን ሕድሪ
ሰማእታቶም ንምትግባር ስድራ ስውኣት
ትዕዝብቲ ክጥውሩን ካልእ ሃገር ካብኦም እትጠልቦ
ኩሉ ከማልኡን ዝኣተውዎ መብጽዓ
ኩሉ ህዝቢ ነናቱ ታሪኽ። ነናቱ ስልጣነን ባህልን ኣለዎ፣ ከመይ ጌሩ ዝያዳ ከምዘጽንዕዎ ኣረጋጊጾም፣
ይመሓደር? ብኸመይ ጸገማቱ ይፈትሕ? ኣብ ነዊሕ ተሞኩሮ ዘማዕበሎ ኣብ ብሪጣንያን ኣየርላንድን ኣብ
ነናቱ መገዲታት ስለዘለዎ ድማ። መምህር ዘድልዮ ኣይኮነን፣ ክንዲ ዝኾነ። ዝተኻየደ ስነ-ስርዓት ኣምበሳደር
ኣብ ውሽጢ ሓደ ህዝቢ ወይ ሃገር ጸገማት ምስዝኽሰት። እቲ ቅኑዕን ሓቀኛ ኤርትራ ኣብታ ሃገር ኣቶ ተስፋንኪኤል
ፍታሕ ዘረጋግጽን መገዲ። ካብ ኩሉ ዓይነት ግዳማዊ ምትእትታዋት ተሓዪብካ። ገራህቱ ኣብ ዘስመዖ ቃል። መዓልቲ
ውሽጣዊ ጉዳይ ንዋናታቱ ምግዳፍ እዩ፣ ሰማእታትና ከነኽብራ ከሎና ነቶም ኣብ ልብናን ቀልብናን ከምዘለዉ ቃል ድማ። ሰማእታትና ንዝገደፉልና
ኩሎም ምእንቲ ሓርነትን ምዕቃብ ኣብሪሁ፣ ሓድግታቶም ክንኣልን ክንሕብሕብን።
ብመንጽር እዚ ሓቂ’ዚ። ኣብዚ ቅንያት’ዚ። ኣብ ኢራን ምስ ፕረዚደንታዊ ናጽነትን ኤርትራ ዝተበጀዉ ጀጋኑና ኣምበሳደር ኤርትራ ኣብ ሊብያ ኣቶ በጃ ሓሊፎም ዘረከቡና ሃገር ክንሃንጽን
ምርጫ ተኣሳሲሩ ዝተኸስተ ሽግር። ብቐንዱ ንኢራናውያን ጥራይ ዝምልከት ኣብ ሓደ ህሞት ብሓባር ንዝክረላ ዕለት ዓብደላ ሙሳ ኣብቲ ኣብ ትሩፕሊ ኣብ ከነልምዓን ዘይሕለል ጻዕርና ከነዛይድ
ውሽጣዊ ጉዳይ ብምዃኑ። ካብ ምትእትታውን ምርስሳንን ተቘጢብካ። እቲ ምዃና ብምሕባር። ሰማእታትና ወትሩ ዝተገብረ ኣከባብራ’ታ ዕለት ኣብ ዘስምዖ ከምዝግባእ ሓቢሩ፣
ጉዳይ: ንሰብ ጉዳይ ክግደፍ ምተገብአ፣ የግዳስ። ምትእትታው ግዳማውያን
ሓይልታትን መጋበርያነት ማዕከናት ዜናኦምን እምብዛ ጉሉሕ ኮይኑ። ንቕሓት
ህዝብታት ዓለም ዘበርኽ ተወሳኺ ትዕዝብቲ ምግዳፉ ኣይተረፈን፣
ዞባ ዓንሰባ። ዓመታዊ ልዕሊ 43 ሚልዮን ናቕፋ
ዝኾነ ህዝቢ። ሰላም። ቅሳነትን ርግኣትን ከምዝብህግ ዘካትዕ ኣይኮነን፣
ምኽንያቱ። መሰረት ኩሉ መዳያዊ ምዕባለ። ሰላምን ቅሳነትን እዩ፣ እቲ ባህጊ
ንስድራ ስውኣት ደበስ ይኽፈል
ሓደ ይኹን እምበር። ኣብ ውሽጢ ኣባላት ሓንቲ ስድራ እውን እንተኾነ ንኣሽቱ ሚኒስትሪ ዕዮን ሰብኣዊ ድሕነትን ምዃኑ ብምምልካት። ኣብ ዝሓለፈ ጨንፈር ዞባ ዓንሰባ ብዘይካ’ዚ። ኣለይቲ
ናይ ኣረኣእያ ፍልልያት ክህልው ባህርያዊ እዩ፣ ጥዕና ዘለዎ ፖለቲካዊን ጨንፈር ዞባ ዓንሰባ። ብመሰረት’ቲ ሓሙሽተ ዓመታት ጥራይ ኣስታት 198 ዘይብሎም ዘኽታማት ንምእላይን
ፕሮፖጋንዳዊን ንጥፈት እምበኣር። ነዚ ባህርያዊ ፍልልያት ብምጽባብ። ኣብ መንግስቲ ስድራ ስውኣት ንምሕብሓብን ሚልዮን ናቕፋ ብመንግስቲ። ልዕሊ 13 ንምሕብሓብን። ኣብ ከተማታት ከረን።
መንጎ ህዝቢ ስኒት ንምፍጣር። ብሓላፍነታዊ መገዲ ጸገማት ንምፍታሕ ክሕልን ምእላይን ዘውጽኦ መደብ። ዓመታዊ ሚልዮን ናቕፋ ከኣ ብግዱሳት ዜጋታት ሓጋዝን ዒላበርዕድን ሰለስተ ዘቤታዊ
እዩ ዝግባእ፣ ባህሊ ዕብለላን ግብትናን ንምውሓስ ዘገልግል ስነሓሳብ ምዕራባዊ ልዕሊ 43 ሚልዮን ናቕፋ ደበስ ይኸፍል ዝተበርከተ ከምእተኸፍለ ኣረዲኡ፣ ጉጅለታት ብምቛም። ን30 ዘኽታማት
ዓለም ግን። ክወቕዖ ዝደሊ ዕላማ ከምኡ ኣይኮነን፣ ኣብ ልዕሊ ካልኦት ኣህዛብ ምህላዉ። ሓላፊ’ቲ ጨንፈር ኣቶ ግርማይ እቲ ሚኒስትሪ። ስድራ ስውኣት ግቡእ ክንክንን ምእላይን ይገብረሎም
ዓለምና ዕብለላን ቁጽጽርን ንምርግጋጽ። ንሕብረተሰብ ብዝተፈላለየ መልክዕ በዅረጽየን ገሊጹ፣ ከይተጸገሙ ኣብ እዋኑ ብጽሒቶም ከምዘሎ። እቲ ዝተረኽበ ሓበሬታ የነጽር፣
ምክፍፋል ንቑልቁል ብምትፍናን። ግጭትን ህውከትን ምስዋር ሓደ ካብ ቀንዲ ኣቶ ግርማይ ንኤሪና ኣብ ዝሃቦ ከም ዝረኽቡ ንምግባር ይጽዕር ከምዘሎ ኣደ ኣርባዕተ ስውኣት ወ/ሮ ለተሃንስ
ስልትታቱ እዩ፣ መርትዖታት የረጋግጽዎ ከምዘለው። ትካላት ስለያ ብሪጣንያን ሓበሬታ። እቲ ንስድራ ስውኣት ዝሓበረ ኣቶ ግርማይ። ኣባላት’ቲ ጨንፈር ዓሸራ ኣብ ዝሃበቶ ርእይቶ። በቲ መንግስትን
ኣመሪካን። ነዚ ዕግርግር’ዚ ንምስዋር ካብ ቅድሚ ዓመት ጀሚሮም ክሰርሕሉ ብውዱብን ስሩዕን ኣገባብ ዝወሃብ ደበስ። ነቲ መስርሕ ክፍሊት እናተንቀሳቐሱ ህዝብን ዝገብረሎም ምሕብሓብን
ጸኒሖም እዮም፣ ካብ ካዝና መንግስትን ኣብ ወጻኢ ካብ ይፍጽምዎ ከምዘለዉ ኣብሪሁ፣ ኣተኣላልያን ኣዝያ ሕጉስትን ዕግብትን
ዝቕመጡ ግዱሳት ዜጋታት ዝልኣኽን ሚኒስትሪ ዕዮን ሰብኣዊ ድሕነትን ምዃና ገሊጻ፣
ብኣመለኻኽታ ምዕራባዊ ስነሓሳብ። ህዝቢ ብዝተፈላለየ ደቀቕቲ ፍልልያት
መቓቒልካ ቅልውላው ምጽሕታር። ንነብሰ ቅትለታዊ ስጉምቲታት -
“ደሞክራሲያዊ መስዋእቲ”። ንናዕቢን ዕግርግርን - “ሰውራ መሰል”። ንስለያዊ ኤርትራውያን ተቐማጦ ሱዳን። ሰሜን
ሓበሬታታት - “ማሕበራዊ ሜድያ” እናበልካ። ዘገርም ኣስማት ምጥማቑ።
ድሕሪኡ ነቲ ቅልውላው ምምሕዳር ደሞክራሲ እዩ፣ ነቲ ንሳቶም ደሞክራሲ ኢማራትን ምስሪን 20 ሰነ ብርዝነት ዘኪሮማ
ዝብልዎ ሓድሕዳዊ ንቊት ኣብ ምፍጣር ከም ቀንዲ መሳርሒ ኮይኑ ዘገልግል
ድማ። እቲ መርዝታት ጽልኢን ቅርሕንቲን ብምንዛሕ። ጸገማት ኣብ ዝኽሰተሉ። ኤርትራውያን ተቐማጦ ሱዳን። ሰሜን ንስለ ህላወ ህዝብን ዋሕስ ሃገርን ክቡር ሓርነት ዓበይቲ ልምዓት እናኣሰላሰልና
ከበሮ ሓምሓም እናሃረመ ዘጉህር። ናጻ ፕረስ ዝብልዎ እዩ፣ ኣብዚ ሕጂ እዋን ኢማራትን ምስሪን 20 ሰነ መዓልቲ ሂወቶም ወፍዮም ህዝቦም ጎይታ ብሩህ ሕድሮም ንምፍጻም ኣብ ሓያል ጻዕሪ
ከኣ። መርበባት ሓበሬታ። መቐጸልታኡ ኮይኑ። ንስለያዊ ስርሓት ከምዘገልግል ሰማእታት ሽምዓ ብምብራህን ካልእ መጻኢ ክኸውን ዘብቀዕዎ ብሉጻት ተጸሚድና። እሙናት ፈጸምቲ ሕድሪ
ይግበር ኣሎ፣ ንጥፈታት ብምክያድን ዝኣተውዎ ዜጋታት ፍቕሩን ልዑል ኣኽብሮቱን ምዃና ብግብሪ ነመስክር ከምዘለና
መብጽዓ ንምትግባር ዳግማይ ዝገልጸላ ረዚን ሃገራዊ ዝኽሪ’ዩ” ድሕሪ ኣረጋጊጹ፣
ህዝብታት ዓለምና እምበኣር። ብድሕሪ’ዚ ሽርሒታት’ዚ ንዘሎ
ቃሎም ብምሕዳስ ብርዝነት ዘኪሮማ ምባል ሓበንናን ኩርዓትናን ካብ ኣብዛ ዕለት’ዚኣ ኤርትራዊያን ነበርቲ
ሕቡእ ዕላማታት ክነቕሕሉ ዝግባእ እዩ፣ ስኒትን ውህደትን ድኣ
ውዒሎም፣ መስተንክራዊ ቅያኦምን ጅግንነቶምን ሱዳን ንስድራ-ቤት ስውኣት ዝውዕል 8
እምበር። ነውጺን ምትፍናንን መግለጺ ሓቀኛ ደሞክራሲን ጥዑይ
ኣብ ሱዳን ኣብ ዝተኻየደ ሰነ-ስርዓት ከምዝነቅል ኣረዲኡ፣ ሽሕ ዶላር ውፍዮም፣
ፖለቲካን ኣይኮነን፣ ከፋፋሊ ፖለቲካ ኣብ ትሕቲ ዕብለላን
ዝኽሪ። ኣምባሳደር ኤርትራ ኣብ ሱዳን ቀጻልነት እታ ዘረከቡና ናጻ ሃገር ኣብ ሰሜን ኢማራት ኣብ ዝተኻየደ
ምዝመዛን ዘስግድ መግለጺ ድኻም ድኣ’ምበር መግለጺ ብርትዐን
ኣቶ ዒሳ ኣሕመድ ዒሳ ኣብ ዘስምዖ ዳግማይ ብደምና ኣውሒስና ዝበለ ስነ-ስርዓት ድማ። ጠቅላሊ ቆንስል
ስልጣነን ኣይኮነን’፣ ሳዕቤናቱ ድማ ኣብ ብዙሓት ሃገራት ብግብሪ መደረ። “20 ሰነ መላእ ህዝቢ ኤርትራ ኣምባሳደር ዒሳ። ብወፍሪ ቁጠባዊ ኣቶ ዮውሃንስ ተኽለሚካኤል። 20 ሰነ
ዝተመስከረ እዩ፣ መብጽዓናን ዝኽርናን እነሐድሰላ ናይ
ምእላይን ምድጋፍን ስድራ ስውኣት። ዝኽሪን ጽንዓትን መዓልቲ’ምበር ናይ
ሓዘን ዕለት ከምዘይኮነት ብምዝኽኻር።
\\\\\\\\\\\\\
ብዘይካ ሰኑይ መዓልታዊ እትሕተም ጋዜጣ መርኣያ ስልጡን ባህሊ ምዃኑ ተገሊጹ ሕድሮም ምትግባር ጾር ኩሉ ኤርትራዊ
ምዃኑ ኣተሓሳሲቡ፣
ጎኒ-ጎኒ’ቲ ካብ መንግስቲ ዝረኽብዎ ርእሶም። ኣብ ማሕብረ-ቁጠባዊ ሂወት ኤርትራዊያን ተቐማጦ ሰሜን
ኣሰናዳኢ ናብዮትን ምሕብሓብን። ኣብ ውሽጥን
ወጻእን ዝርከቡ ኤርትራዊያን ንስድራቤት
ናይቶም ስድራቤታት ዘምጽኦ ለውጢ
ቀሊል ከምዘይኮነ ኣስሚሩሉ፣
ኢማራት 120 ስድራ ሰማእታት
ኣብ ምጥዋር ከምዝርከቡ ካብቲ ቦታ
ኣስፍሃ ተኽለማርያም ስውኣት ዝገብርዎ ዘለዉ ሓገን ደገፍን። ኣደ ክልተ ስውኣት ወይዘሮ ዓሻ ዝበጽሓና ሓበሬታ የረድእ፣
መርኣያ ስልጡን ባህሊ ህዝቢ ኤርትራ ዖዳራ ዒላማ። ብህዝብን መንግስትን ኣብ ከተማ ካይሮ-ምስሪ ኣብ ዝተገብረ
ቍ.ስ 116266/201820(2220) ከምዝኾነ። ኣብ ጨንፈር ሚኒስትሪ ዕዮን ንዝግበረሎም ዘሎ ሓልዮትን ምድግጋፍን ስነ-ስርዓት’ውን። ህዝቢ ኤርትራ ኣብ
ም/ኣሰናዳኢ ሰብኣዊ ድሕነትን ዞባ ሰሜናዊ ቀይሕ ድሕሪ ምምስጋን። ብመስዋእቲ ደቀን ዘተኣማምን ሰላምን ራህዋን ክነብር
ባሕሪ ሓላፊ ማሕበራዊ ድሕነት ኣቶ ሓበንን ኩርዓትን ከም ዝስመዐን ዝበቕዐ ረዚን ዋጋ ኸፊሉ ናጽነቱ
ዮናስ መሓሪ ርእሶም ሕዝባይ ገሊጹ፣ ብምሕባር። ኣብ ወጻኢ ዝነብሩ ዜጋታት ስለዝጨበጠ ምዃኑ ተገሊጹ፣
ቍ.ስ 201820(2212) ኣቶ ርእሶም ኣብ ሓበሬታኡ። ካብ ንዝገብርዎ ኣበርክቶ መጒሰን፣ ኣብ ወጻኢ ዝቕመጡ ኤርትራዊያን
ፋክስ። 127749 - ቍ.ሳ.ጶ. 247 ምድጋፍ ያታን ኣኽብሮቱ ንሰማእታቱ ብወለንታኡ ንክልተ ስድራቤታት ዓመት ዓመት መብጽዖኦም እናሓደሱ
ከምዝኾነ ኣገንዚቡ፣ ስውኣት ናይ ምእላይ ሓላፍነት ዝወሰደ ንስድራ-ቤት ቅያን መስተንክርን
ምዝርጋሕ ጋዜጣ ኣብ ወጻኢ ዝነብሩ ኤርትራዊያን ተቐማጣይ ከተማ ባጽዕ ኣቶ ዘርኣይ ፈጺሞም ሽግ ሓርነትን ልዑላውነትን
ቍ.ስ. 125394 ብዝኣተውዎ መብጽዓ መሰረት። ኣብ ሃይለ። ንምሕጋዝን ምንባይን ስድራ ወሊዖም ዝሓለፉ ጀጋኑ ዝገብርዎ
ዞባ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪ ንዝርከቡ ስውኣት ካብ ሕድሪ ሰማእታትና’ዩ ምድግጋፋትን ንኸጥውርዎም
ምልክታ ስድራ ስውኣት ዝለኣኽዎ ኣስታት ክብል ድሕሪ ምሕባር፣ ወሲድዎ ዝወሰድዎ ሓላፍነትን ከሐይልዎ
ቍ.ስ. 125013 - ቍ.ሳ.ጶ. 1284 ሰለስተ ሚልዮን ናቕፋ። ንዝምልከቶም ዘሎ ቅዱስ ተበግሶ ናይ ሕልና ዕግበት ምዃኖም ኣብቲ ኣጋጣሚታት
ስድራ ቤታት ከምእተዋህበ ዝሓበረ ኣቶ ከምዝፈጠረሉ ገሊጹ፣ ተሓቢሩ፣
ኣገደስቲ ቴለፎናት
ለይ-ኣውት ፖሊስ ዞ/ማእከል (ፖ/ትራፊክ ዞ/
መጥፋእቲ ሓዊ ኣህጉራዊ መዓርፎ ነፈርቲ
ማእከል) ኣስመራ
ኣማኑኤል ተኽለ ሳምራዊት መለስ 202099
202260 120555 152817
ኤደን ገብረመድህን ዘቢብ ተወልደ
ሰላማዊት ክብረኣብ ራሄል ግርማይ
ማ.ቤ.ጽ. ፖሊስ ኤርትራ
ሓበን ስብሃቱ
127799
ሓዳስ ኤርትራ 23 ሰነ 2009
3
ኣማኑኤል በርሀ
ንስኺዶ ትጽብቒ ኣነ? ምስ ኩነታት ጸጥታና። ሰላምና።
ጽ
ጽርየት ከተማታትና። ባህልናን
ብ ቕ ተ ይ !
ዋ ሕ ለ ለ ት ዋሕለለት ከተብል። ቈጽሊ ዳዕሮን ከደረይቲ። ንስኺ ኣንቲ ፍርይቲ
ከተብሊ። ጸብለለት ሳግላን እተሰለመት ጓል ደቡብ፤ ዓይኒ። ንስኺ ኣንቲ ቀጣን
ክትበሃሊ። ጽባቐኺ ፍሩታ ዘንጠልጠለት ጓል ዓንሰባ መዓንጣ። ንስኺ ኣንቲ ጽብቕቲ
ኣብ ሜዳ ክወርድ። ክምስከረሉ ድያ ወይዘሪት ናይ ወይዘራዝር ኣከዳድና። ንስኺ ኣንቲ ልዕሊ
ክፍረድ። እንሆ ሜዳ እንሆ ፈረስ፣ ክትበሃል ዕንቊ ባሕሪ ዝሓዘት 1.70ሜትሮ ቁመታ። ይጽበየኪ’ሎ
ድራር ዓይኒ! ስሩዕ ቁመናኺ ጓል ደንከል። እንሆ ካብ ነፍሲ ተዳልዩ ባይታ፣ ክትዕወቲ ኢኺ።
ኣዒንቲ ሰባት ከድርር። ኤርትራዊ ወከፍ ዞባ ሰለስተ ወይዘራዝር ብርግጽ ክትዕወቲ። ውጺ ጥራይ
ጽባቐኺ ዶብ ሰጊሩ ከመስክር። ሽሻይ ዝሳተፋሉ ውድድር ስነጽባቐ ንዒ ተጋለጺ፣ ንዒ ኣብዚ ሜዳ።
ዞባኺ። ጸጋታት ዓድኺ ኣብዛ ዓለም ንዕለት 25 ሓምለ ተሰሪዑ ኣሎ’ሞ። ንስኺዶ ትጽብቒ ኣነ?
ክንጸባረቕ። ወይዘሪት ናይ ወይዘራዝር ንዕነ ሜዳ ውረዳ፣ ኣኣብ ዞባኡ ኣብ ቡርንዲ ኣብ ዝካየድ
ክትበሃሊ። እንሆ ባይታ’ሞ ንዒ ኣብ ቤት ጽሕፈት ሃማመተአ ውድድር ወይዘሪት ምብራቕ
ሰለል በሊ፣ ውጅህተይ! ጽባቐኺ። ካብ 16-25 ዓመት ዝዕድሜኽን ኣፍሪቃ ዝሓልፋ ክልተ ደቀንስትዮ
ንቕሓትኪ። ሽሻይኪ እተንጸባርቕሉ ወይዘራዝር ጽባቐኽን ከተጉልሓ። ንምምራጽ። ብደረጃ ሃገር ውድድር
ባይታ ተኸፊቱ እንሆ’ሞ። ንዒ ‘ጸብለለት’ ክትስመያ። ቅድሚ ስነጽባቐ(ፋሽን ሸው) ተሰሪዑ ድሮ
ሜዳ ውረዲ። ሰቐጥቀጥ በሊ 30 ሰነ ተመዝገባ፣ ስየታት ምዝገባ ተጀሚሩ’ሎ፣ ካብ ነፍሲ
ኣኹድዲ፣ እቲ ሰለለል ዝብል ለይለይ ቁመት። ልዕሊ 170ሜ. ወከፍ ዞባ ሰለስተ ደቀንስትዮ
ኣካይዳኺ። ስሩዕ ቁመናኺ። ልቢ ልዕሊ ሰለስተ እመት። ሓለንጋይ ዝሓልፋ ኮይነን ኣብ ዞባታት እቲ
ዝመልሕ ፍሽኽታኺ። ለይለይ ጽብቕቲ ሕብሪ። ንዒ ሜዳ ውረዲ ውድድር ቅጥዒ(ፎርም) ብምምላእ
ቁመናኺ። ኤርትራዊ ሕብርኺ። ሰለል በሊ። ወይዘሪት ኤርትራ ጥራይ’ዩ ክካየድ፣ እቲ ፎርም
ርእሰ ተኣማምነትኪ…ወጅህኺ። ተበሂልክስ ወይዘሪት ምብራቕ ንቁመት። ደረጃ ትምህርቲ። ነብሰ
መልክዕኪ። ጽባቐኺ ክርእዩ ዝበሃጉ ኣፍሪቃ ክትበሃሊ። ንዒ ኣብዚ ምትእምማን። ሕብሪ ቈርበት። ናይ
ይጽበዩኺ ኣለዉ’ሞ ንዒ ኣብዚ ሜዳ። ንስኺዶ ትጽብቒ ኣነ? ምግላጽ ክእለትን ካልእን ዝፍትሽ
ሜዳ ተራኣዪ - እንሆ ‘ወይዘሪት በቲ ጽባቐኺ ጽባቐና ንካልኦት ሕቶታት ዘጠቓለለ’ዩ፣ በዚ ቅጥዒ
ናይ ወይዘራዝር’ እትስመይሉ ክትነግሪ። በቲ ወጅህኺ ወጅሂ ተመሪጸን ከካብ ዞባኡ ዝመጽኣ
ውድድር ስነጽባቐ ክካየድ’ዩ፣ ንዒ ዓድና ከተበስሪ። በቲ ቈመናኺ ሰሰለስተ ደቀንስትዮ። ኣብ ኣስመራ
ኣብዚ ሜዳ። ንስኺዶ ትጽብቒ ኣነ ምስልና ክትሕብሪ። በቲ ተጠርኒፈን ስልጠና ክወሃበን’ዩ፣
ይብላኺ ኣለዋ’ሞ። ንዒ ኣርእዪና ሕብርኺ ኤርትራዊ ሕብሪ ዕለት 25 ብዝግበር ውድድር ከኣ
ግርማኺ፣ ሕብሪ ቈርበት ብዓለም ደረጃ
ከተገርሚ። በቲ ቋንቋኺ ባህልናን ክልተ ዕዉታት ኣብ ውድድር ዝእመነሉ’ዩ፣ ዝሓለፈ ግዜ ኣብ ባሕርናን ከምዚ ውድድር ኣብ
ንፈለማ ግዜ’የ ዝብለኪ። ቅድሚ ወግዕናን ክትጸውዪ። ንዕናይ ወይዘሪት ምብራቕ ኣፍሪቃ ቡሩንዲ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ምእንጋድ ኣዝያ ምችእቲ’ያ፣
ሕጂ ዘይተኸፍተ ዕድል። ሽሻይክን ንኺድ ንብሩንዲ፣ ውጽኢ’ሞ ንምስታፍ ንብሩንዲ ክጓዓዛ’የን፣ ወይዘሪት ምብራቕ ኣፍሪቃ’ውን በዚ ዕድል’ዚ ተጠቒምካ
ጽባቐኽን እተንጸባርቕሉ። ብሃገር ካብቲ ገዛኺ። እንኪ መቃልዒ ምስአን ክትከዲ። ንዒ ኣብዚ ሜዳ። እቲ መዋዕውዒ ብኤርትራዊ ሕብሪ እትረኽቦ ቱሪዝማዊ ረብሓ’ውን
ደረጃ ውድድር ስነጽባቐ ሜዳኡ ኣርእዪና’ሞ ግርማኺ። ካብ ዞባኺ ንስኺዶ ትጽብቒ ኣነ? ቈርበት’ዩ ዝዝርጋሕ ኔሩ - ናይተን ኣዝዩ ዓቢ’ዩ፣ ንዘለና ቱሪዝማዊ
ኣዳልዩ ‘ጆባእ’ ይብለኪ ኣሎ’ሞ ንሃገር። ካብ ሃገርኪ ንኣህጉር ውድድር ስነጽባቐ ኣብ ሃገርና ክልተ ኤርትራውያን ተወዳደርቲ ጸጋታት ከነላሊ ባይታ እንረኽበሉ
ሜዳ ውረዲ ጽብቕትና፣ ዓካት ክትውክሊ። ወይዘሪት ምብራቕ ኣህጉራዊ ብዘይኮነ መዐቀኒታት ስእሊ’ዩ ኣብቲ መላለዪ ወረቐት ሓደ መገዲ ድማ እዚ ውድድር
ዝተሓንገጠት ጓል ጋሽ ድያ ኣፍሪቃ እትስመይሉ። እንሆ ካብ ቀደም’ኳ ይካየድ እንተነበረ። ዝወጽእ ኔሩ፣ ሎሚ’ውን እንሆ እዚ’ዩ፣ ኣብ ቡዝሓት ሃገራት’ውን
ክትዕወት። ዓሳ ዘንጠልጠለት ጓል ሜዳ ተዳልዩ፣ ንስኺ። ንስኺ። ብስሩዕ መገዲ ግን ካብ 2001 ዕድል ተፈጢሩ’ሞ ኣይትጠራጠሪ ብሚኒስትሪ ቱሪዝም’ዩ ዝካየድ፣
ባሕሪ፤ ሞኾምብያ ኣብ ርእሳ ዋላ’ውን ንስኺ… ንስኺ ኣንቲ ኢዩ ክበራበር ጀሚሩ፣ ኤርትራዊ ንዒ ኣብዚ ሜዳ። ንስኺዶ ትጽብቒ ኣብ ሃገርና ግን እቲ ዝገርም
ዝሰቐለት ጓል ማእከል ድያ
ኣነ? ብውልቀ ሰባት’ዩ ዝካየድ ዘሎ፣
ውድድር ስነጽባቐ ምልክዕቲ እቲ ናይ ተሳታፍነት ዕድመ’ውን
ጓል ንምምረጽ ኣይኮነን ዕላምኡ፣ ናብ ውልቀ ሰባት’ዩ ዝመጽእ፣
ኣብቲ ውድድር’ውን ጽባቐ ጥራይ ሎሚ ዓመት’ውን እዚ ብደረጃ
ኣይኮነን እቲ መዐቀኒ፣ እታ ሃገር ተወዲቡ ዘሎ ውድድር
እትወዳደር ጓለንስተይቲ ንቕሓት። ኢራብ (ERAB) ብዝብል ስም
ርእሰ ምትእምማንን ጽቡቕ ዝፍለጡ ሰለስተ ውልቀሰባት’ዮም
ናይ ምብህሃል ክእለትን’ውን ወዲቦሞ ዘለዉ፣ ዋላ’ኳ ብዙሓት
ክህልዋ’ለዎ፣ ምኽንያቱ ሚኒስትሪታት። ትካላትን
እቲ ውድድር ምስ ሃገርካን ውልቀሰባትን ይተሓጋገዝዎም
ባህልኻን ጸጋታትካን እተላልየሉ እንተለዉ። ሚኒስትሪ ቱሪዝም ግን
መድረኽ’ዩ፣ እተን ዕዉታት ኣብ ብዓቢኡ እዚ ጉዳይ ናቱ ምዃኑን
ቅድሚ’ቶ ካብ ብዙሓት ሃገራት ኣገዳስነቱ ኣዝዩ ዕዙዝ ከምዝኾነን
ዝመጽኡ ዕዱማት ንሃገረን ፈሊጡ ኣተኩሮ እንተዝገብረሉ
ከላልያ ዕድል ይኽፈተለን’ዩ፣ ኣዝዩ ኣርባሒ ምኾነ፣ ዋላ’ኳ
ኣብዚ ኣጋጣሚ። ነቶም ጌጋ ናይዚ ውድድር ኣገዳስነት
ስእሊ ዝጸንሖም ምስሊ ዓድኻ ንብዙሓት ዓውድታት ዝጸሉ
ከምዝስተኻከል ትገብር። ነቶም እንተኾነ። ቀዳማይ ኣገዳስነቱ
እንዶ ዘይነበሮም’ውን። ቱሪዝማዊ ግን ምስ ቱሪዝም ዝተኣሳሰር’ዩ
ጸጋታትካ ብምልላይ። ሃገርካ - አረ ኣካል ቱሪዝም’ውን
ንክርእዩዋ ሃርፎት ከምዝሓድሮም ስለዝኾነ - ሚኒስትሪ ቱሪዝም
ትገብር፣በዚ ውድድር ጌርካ ከም ዓቢ ዕማሙ ኣብ መደባቱ
ኩነታት ርግኣትን ሰላምን ዓድኻ ክሰርዖ ይግባእ፣ ብመገዲ ክልተ
ትገልጽ። ታሪኽካን ባህልኻን ተላሊ። ወይዘራዝር ጌርና ሰላምና። ጸጋና።
ቱሪዝማዊ ጽላኻ ተማዕብል።፣ እዚ መስመርናን ባህልናን ከነላሊ
ውድድር ቱሪዝም’ዩ። ቁጠባ’ዩ። ስለእንኽእል። እዚ ውድድር
ፖለቲካ’ዩ። ባህሊ’ዩ…ንብዙሓት ብፍሉጥ ምወላ ዘይኮነስ እቶም
ጨናፍር ዝጸሉ መገዲ’ዩ፣ ውልቀሰባት ‘ሓግዙና’ እናበሉ
እዚ ስለዝፈለጠት’ያ ከኣ ሃገረ ብዘጠራቕምዎ ምወላ’ዩ ዝካየድ
ቡርንዲ ዘውጸአት ኣውጺኣ ሎሚ ዘሎ’ሞ። ኣገዳስነቱ ርኢና ኩሉ
ዘመን’ውን ኣብ ሃገራ ንክካየድ ዜጋ ዓቕሙ እንተዘበርክት። ኣዝዩ
ጠሊባን ኣእሚናን፣ ኤርትራ’ውን ብሩህ ተስፋ’ዩ ኣብ ቅድሜና
ሓደ መዓልቲ እዚ ዕድል ክኽፈተላ ዘሎ፣
ይኽእል’ዩ እንተጽዒርናሉ፣ እሞ ብዙሃት ሃገራት ነዚ ውድድርዚ
ጽባቐና ብጽባቐኺ ከነመስክሮስ ማኦረ ወይ ልዕሊ ስፖርት’የን
ንዒ ኣብዚ ሜዳ። ንስኺዶ ትጽብቒ ኣቓልቦ ዝገብራሉ፣ ብተፈጥርኡ
ኣነ? ሰሃቢ ስለዝኾነ። ዘይከም ጎስጓሳዊ
ኣብዚ ኣብ ቡርንዲ ዝካየድ መልክዕ። ኣብዚ ኣጋጣሚ
ውድድር ካብ 14 ሃገራት ዝመጽኣ እትገብሮ ናይ ሃገርካ ሌላ ብቀሊል
28 ደቀንስትዮ’የን ክሳተፋ፣ ጸላዊ ክኸውን ይኽእል፣ ስለዚ።
በዚ መገዲ ቀጻሊ ተሳትፎ ጌርካ ብመገዲ ሃንቲ ወይዘሪት ኣቢልካ
ዓወታት’ውን እንተረኺብካ ኣብ ምስ ሃገርካ ዘላሊ ፓምፍሌት
ሃገርካ ንክካየድ’ውን ፍቓድ ትዝርግሕ ኣለኻ ማለት’ዩ፣
ክትረክብ ትክእል ኢኻ፣ ሃገርና።
ይቕጽል
ሓዳስ ኤርትራ 23 ሰነ 2009
4
ኣቶ ዮውሃንስ ወልደትንሳኤ ጉዳያት transportable, mobile hands-free or voice-activated telephones; multimedia terminals; interactive terminals
for displaying and ordering goods and services; paging, radio paging and radio-telephone apparatus and
ፍስሃዮ። ኣቦይ ወልደትሳሴ ፍስሃዮ ወ/ሮ ከበደሽ መስፍን መርዚ።
instruments; telephones, mobile telephones and telephone handsets; facsimile machines; accessories
ወልደዮውሃንስ ስለዝተሰውአ። ወደይ ሰለሙን ሃይለሚካኤል
for telephones and telephone handsets; adapters for use with telephones; battery charges for use with
ወረስቲ ኣነ ምስ ክልተ ኣሕዋተይ ገብረትንሳኤ ስለዝተሰውአ።
telephones; desk or car mounted units incorporating a loudspeaker to allow a telephone handset to
ምዃንና ይረጋገጸልና ስለዝበሉ፤ ወራሲት ኣነ ምዃነይ ይረጋገጸለይ
be used hands-free; in-car telephone handset cradles; bags and cases specially adapted for holding
ዝቃወም እንተሎ። ን06/10/09 ስለዝበላ፤ ዝቃወም እንተሎ።
or carrying portable telephones and telephone equipment and accessories; computerised personal
ኣብ 3 ይ መጋባእያ ይቕረብ፣ ን09/07/09 ኣብ 1 ይ መጋባእያ
organisers; aerials; batteries; micro processors; key boards; modems; calculators; display screens;
ይቕረብ፣
electronic global positioning systems; electronic navigational, tracking and positioning apparatus and
ወ/ሮ ለተስላሴ ተኣምራት
ተስፋይ። ወደይ ተስፋኣለም ነጋሲ ኣብ ቤት ፍርዲ ንኡስ instruments; monitoring (other than in-vivo monitoring) apparatus and instruments; radio apparatus
and instruments; electrical control, testing (other than in-vivo testing), signalling, checking (supervision)
በርሀ ስለዝተሰውአ። ወራሲት ዞባ ጊንዳዕ ሸሪዓ and teaching apparatus and instruments; optical and electro-optical apparatus and instruments; video
ምዃነይ ይረጋገጸለይ ስለዝበላ፤ ዝረኣዩ ጉዳያት films; audio-visual apparatus and equipment; electronic games equipment and apparatus; electrical and
ዝቃወም እንተሎ። ን29/09/09 ወ/ሮ ፋጥና ሽፋ ስዓድ። በዓል electronic accessories and peripheral equipment designed and adapted for use with computers, audio-
ኣብ 1 ይ መጋባእያ ይቕረብ፣ ቤተይ ዝነበረ ኣቶ ኢብራሂም visual apparatus and electronic games equipment and apparatus; parts and fittings for all the aforesaid
ዑመር ኢብራሂም ስለዝተሰውአ። goods.
ኣቶ ዑቕባሚካኤል ኪዳነ ወራሲት ጓለይ ኣፍራሕ Telecommunications services; communications services; telephone, mobile telephone, facsimile,
ካሕሳይ። ደቅና ዓንደማርያም ኢብራሂም ምዃና ክረጋገጸላ። telex, message collection and transmission, radio-paging, call diversion, answerphone, directory
ዑቕባሚካኤል ኪዳነን ኢያሱ ኣነ ድማ ሞግዚት ጓለይ ኢየ enquiries and electronic mail services; transmission, delivery and reception of sound, data, images,
ዑቕባሚካኤል ኪዳነን ስለዝበላ፤ ዝቃወም እንተሎ። music and information; electronic message delivery services; on-line information services relating
ስለዝተሰዉኡ። ወረስቲ ኣነ ን20/07/09 ይቕረብ፣ to telecommunications; data interchange services; transfer of data by telecommunication; satellite
communication services; broadcasting or transmission of radio or television programmes and of films,
teleshopping and webshopping programmes; videotext, teletext and viewdata services; broadcasting
ሓራጅ and delivery of multimedia content over electronic communications networks; video messaging services;
video conferencing services; video telephone services; telecommunication of information (including
ወ/ሮ መብራት ገብረ ዘፍረድኦ ብወርሻ ዝተረኽበ ዘይንቀሳቀስ ንብረት ወረ/
web pages), computer programs and any other data; providing user access to the Internet; providing
ነፍ ገብረሂወት ገብረ +2። ኣብ ከተማ ኣስመራ ከባቢ እምባጋልያኖ ቤተ-
telecommunications connections or links to the Internet or databases; providing user access to the
ክርስትያን ኪዳነ ምህረት ጎደና ዳምት ነበር ቁ.ገዛ 23 ፊት ካዛ ኢሚኮላታ
Internet (service providers); provision and operation of electronic conferencing, discussion groups and
ዝርከብ መንበሪ ገዛ። ስፍሓት መሬት 312.5 ት.ሜ ኮይኑ ሽዱሸተ ቀንዲ
chat rooms; providing access to digital music websites on the Internet; providing access to MP3 websites
ክፍልታት። ሰለስተ ተሓጋገዝቲ ክፍልታትን። ክልተ ዓይኒ ምድሪ ዘለዎ ገዛ
on the Internet; delivery of digital music by telecommunications; providing access to telecommunications
ብኪኢላ ተገሚቱ ግምት ዋጉኡ 759,742.85 ናቕፋ ኮይኑ ¼ ብስም ፈጻሚ
infrastructures for other operators; operating and providing search engines; telecommunication access
ፍርዲ ሲ.ፒ.ኦ ኣስሪሑ ወይ ተጣራቓሚ ሕሳብ (ደብተር) ሒዙ ብምቕራብ
services; computer aided transmission of messages and images; communication by computer; news
ክወዳደር ይኽእል፣ ዝቃወም እንተሎ ካብ ዝምልከቶ ቤት ፍርዲ መአገዲ
agency services; transmission of news and current affairs information; hire, leasing or rental of apparatus,
እንተዘይኣቅሪቡ ሓራጅ ኣየቋርጽን እዩ፣
instruments, installations or components for use in the provision of the aforementioned services; advisory,
ዕለት ሓራጅ።- 15/07/09 information and consultancy services relating to all the aforementioned.
ሰዓት ሓራጅ።- 9።30 -10።00 ቅ/ቀትሪ
ቦታ ሓራጅ።- ከባቢ እምባጋልያኖ ቤተ-ክርስትያን ኪዳነ ምህረት ጎደና NOTICE IS ALSO HEREBY GIVEN that legal proceedings will be taken against any person or company,
ዳምት ነበር ቁ.ገዛ 23 ፊት ካዛ ኢማኮላታ፣ who uses the above trade mark or any imitation thereof or who otherwise infringes the rights of the
ዝያዳ ሓበሬታ ዝደሊ ኣብ ላ/ቤ/ፍ/ ቤ/ጽ/ዋ/ፈ/ፍርዲ ቁ.65/1 ክውከስ Owner, to enforce civil and criminal liabilities under the laws of the State of Eritrea.
ይኽእል፣ Orange Personal Communications Services Limited
Contact person: Kebreab Habte Michael Warsai Street, Saba Bld. 7th Floor Tel. 181259
ቤ/ጽ/ዋ/ፈ/ፍርዲ
ሓዳስ ኤርትራ 23 ሰነ 2009
8
ኢሳያስ ፍስሃየ
ሻምፕዮን ኵዕሶ መርበብ ዞባ
ማእከል ናይ ቀዳማይ ዙርያ
ውድድሩ ዛዚሙ
ቤኒፈር ካብ ብድሆ ፈተነ ገጢምዋ
ስጳኛ። ሕ.መ.ኣ.። ደቡብ ኣፍሪቃን ብራዚልን ኣብ ግጥም ፍርቂ ፍጻመ ክልተ ግጥማ ሸቶ ከየመዝገበት ክልተ
ተኸታታሊ ስዕረት’ያ ተቐቢላ፣
እታ ኣቐዲማ ንኢጣልያ 1ብ0 ዝረትዐት
ምስ ውዕውዕ መንፈሱ ትማሊ ሰንበት
21 ሰነ 2009 ኣብ ሜዳ ቦቾ ፊላ
ተዛዚሙ፣ ኣብዚ ንክልተ ጾታ ኣጣሚሩ
ወሳኒ ናይ ምድብ ግጥማት ዋንጫ ዓለም ንብራዚል 3ብ0 ረቲዓ ዋንጫ ሕ.መ.ኣን ዝጸሉ ብምዃኑ ከኣ ተወሳኺ ምስሪ። ነዚ ዕድል ክትጥቀመሉ’ኳ ክካየድ ዝቐነየ ውድድር። ጋንታታት
ኮንፈደረሽን ብቐዳምን ሰንበትን (20ን ምስፍስፋ ሓደ ካብቲ ክሳብ ሎሚ ሚዛን ተዋህቦ፣ እንተተገብአ። ብኣንጻሩ ብሕ.መ.ኣ 3ብ0 ካብ ዝሓለፈ ዓመታት ጸብለል ኢለን
21ን ሰነ) ኣብ ዝተኻየደሉ። ካብ ትጽቢት ዘገርሙ ውጽኢታት ኮይኑ ዘሎ ኢዩ፣ እታ ኣብዚ ናይ ዋንጫ ኮንፈደረሽን ተረቲዓ ወጺኣ፣ በዚ ከኣ። ንብዙሓት ተወዳደርቲ ኮይነን ዝቐረባሉ ኮይኑ
ብዙሓት ወጻኢ ዝኾነ ውጽኢት’ዩ እዚ ናይ ሰንበት ርክብ ብራዚልን ውድድራ። ካብ ግጥም ናብ ግጥም ብዘገረመ መልክዕ። ብራዚል ንሕ.መ.ኣ ኣሎ፣
ተመዝጊቡ፣ ብፍላይ’ቲ ብሰንበት 21 ኢጣልያን። ሽሕ’ኳ ናይ ምድብ እናተመሓየሸት ትመጽእ ዘላ ብራዚል። ኣኸቲላ ናብ ግጥም ፍርቂ ፍጻመ
ሰነ ኣብ መንጎ ብራዚልን ኢጣልያን ግጥም ኮንፈደረሽን ካፕ እንተኾነ። ብክልተ ሸቶታት ሉዊስ ፋቢያኖን
ፈለማ ንሜዳ ዝወረዳ ጋንታታት
ሓሊፋ፣
ከምኡ’ውን ምስሪን ሕ.መ.ኣ.ን ዝተኻየዱ ኢጣልያ ናይ 2006 ተዓዋቲት ዋንጫ ሓንቲ ‘ኣውቶ ጎል’ ናይ ተኸላኻላይ
ደቀንስትዮ ኣልሓሽሚ ምስ ጋላ ነፍሒ
ኣቐዲሙ ብቐዳም ኣብ ዝተኻየደ
ግጥማት ምእማኑ ዘጸግም ነይሩ፣ ዓለም ብምዃና። ብራዚል ድማ ወትሩ ኢጣልያ ኣንድሪያ ዶሰናን ኣቢላ እየን ነይረን፣ ጋንታ ኣልሓሽሚ ካብተን
ግጥም ከኣ። ደቡብ ኣፍሪቃ ብስጳኛ
ርክብ ብራዚልን ኢጣልያን። ዳርጋ ናይ ዘይድፈር ክብሪን ዘይነጽፍ ዕቑር ቅድሚ ዕረፍቲ ዝዛዘመቶ ናይ 3ብ0 ኣብ ዞባ ማእከል ዘለዋ ተወዳደርቲ
ተሳዒራ እንከላ። ንስጳኛ ስዒባ ካልኣይ
ፍጻመ ግጥም ዋንጫ ዓለም’ዩ ክበሃል ዓቕሚን ዋሕዚን ብሉጻት ተጻወትቲን መሪሕነት ሒዛ፣ እዘን ኣብ ውሽጢ ደረጃ ሒዛ ናብ ግጥም ፍርቂ ፍጻመ
ጋንታታት ኮይነን ኣብዘን ዝሓለፋ
ይከኣል፣ እዚ ይኹን’ምበር። ብራዚል እትሕዝ ሃገራዊት ጋንታ ብምዃና። 7 ደቓይቕ ዝተመዝገባ ሸቶታት። ነታ ዘሊላ፣ ኣዋርሕ ግን ብስእነት መዋሊ ክትሳቐ
ንኢጣልያ 3ብ0 ክትስዕራ ብዙሕ ርክብ ክልቲአን ሃገራውያን ጋንታታት ብኣዙሪ እትፍለጥ ኢጣልያ ርእሳ ዘድነነ በዚ መሰረት። ጽባሕ ረቡዕ 24 ሰነ ካብ እያ ጸኒሓ፣ ንሓያል ተወዳደርነታ ኣብ
ዘይትጽበዮ ኢዩ፣ እሞ ከኣ። ቅድሚ ተዓዘብቲ ብኣንክሮ ክጽበይዎ ካብ ከቢድ ስዕረት ኣቐቢሉዋ፣ ኢጣልያ። ሰዓት 9።30 ምሸት ጀሚሩ። ስጳኛ ምስ ግምት ዘእተወ ምምሕዳር ከባቢ ፐራዲዞ
ዕረፍቲ ብዝተመዝገባ ሰለስተ ሸቶታት! ዘደረኸ ኢዩ፣ ናይቲ ግጥም ውጽኢት። ኣብ ቀዳማይ ግጥም ኣንጻር ሕ.መ.ኣ ሕ.መ.ኣ ክትገጥም ኢያ፣ ንጽባሒቱ ድማ ነታ ጋንታ ክምውላ ጀሚሩ
ብርግጽ። ፈረንሳ ኣብ 1998 ኣብ ነተን ኣብ ተመሳሳሊ ሰዓት ዝገጥማ ካብ ድሕሪት ተበጊሳ ዘመዝገበተን 3 ሓሙስ ድማ። ብራዚልን ደቡብ ኣፍሪቃን ኣሎ፣ ስማ ከኣ ካብ ኣልሓሽሚ ናብ
ዝተኻየደ ናይ ፍጻመ ግጥም ዋንጫ ዝነበራ ሃገራውያን ጋንታታት ምስሪን ሸቶታት እንተዘይኮይኑ። ኣብ ዝሰዓበ ኣብ ተመሳሳሊ ሰዓት ክገጥማ ኢየን፣ ፐራዲዞ ቀይራ’ያ ናብ ሜዳ ኣትያ፣ ነታ
ንፋልማይ ግዜኣ ኣብ ውድድር ቀዳማይ
ዲቪዝዮን ዞባ ማእከል እትሳተፍ ዘላ
ሃገራዊ ውድድር ትራክን ፊልድን
ሃገራዊ ውድድር ትራክን ፊልድን ጁንየር ኣትለታት ኣብ ቤት ትምህርቲ ሓላይ ይካየድ ኣሎ
ጋንታ ጋላ ነፍሒ ብዘይ ንሕስያ 3ብ0
- ደቀንስትዮ ኣትለታት -
ጁንየር ኣትለታት ካብ ሰኑይ 22 ጀሚሩ ረቲዓታ፣ ጋንታ ፐራዲዞ። ኣብዚ
ክሳብ ረቡዕ 24 ሰነ 2009 ኣብ ሜዳ ቤት ውድድር’ዚ። 25ብ16። 25ብ12። 25ብ17
ትምህርቲ ካልኣይ ደረጃ ሓላይ ይካየድ
እያ ተዓዊታ፣ ተጻወታይ ጋንታ ጋላ
ኣሎ፣ እዚ ውድድር’ዚ። ኣብ ወርሒ
ጥቅምቲ 2009 ብደረጃ ኣፍሪቃ ኣብ ብብቕዓተንን ብብዝሐንን የንቘልቁላ ምህላወን ዝምስከረሉ ዘሎ ሃገራዊ ውድድር ነፍሒ ንኣሽቱን ሓደስቲን ብምዃነን
ምስቲ ዘንጸባርቕኦ ውድድር ኣብ
ሲሸልስ ኣብ ዝካየድ ኣህጉራዊ ውድድር
ንኤርትራ ወኪሎም ዝሳተፉ ኣትለታት
መጻኢ ተካእቲን ተወዳደርቲን ኮይነን
40.00.37 ደቂ ተባዕትዮ ካልእ ንተዓዘብቲ 5. ሩታ ክብርኣብ (ማእከል) 00.14.30
ንምምራጽ ይካየድ ምህላዉ ኣባላት ሃገራዊ ከም ዝቐርባ ትማሊ ሰንበት ዘርኣይኦ
2. እምበይተይ በላይ (ማእከል) 40.04.17 ዘበራበረ ቃልሲ ዝተኻየዶ ነይሩ፣ 6. ትዕግስቲ ምሕረትኣብ (ደቡብ) 00።14.74
ፈደረሽን ኣትለቲክስ ኤርትራ የረድኡ፣ ግጥም ህያው ምስክር ኢዩ፣ ኣብዚ
3. ምብራቕ ኤፍሬም (ማእከል) 40።07.97 ውጽኢቱ።-
ትማሊ ሰኑይ 22 ሰነ ኣብ ሰዓታት ቅድሚ ናይ ቀዳማይ ዙር ውድድር ብጠቕላላ
4. ሳባ መልከ (ጋሽ ባርካ) 40።15.09 1. ዓብደላ ዓብዱ (ጋሽ ባርካ) 03.52.97 100 ሜትሮ ደቂ ተባዕትዮ
ቐትሪ ኣብ ዝተኻየደ ናይ 100። 400። 1500ን ሽዱሽተ ጋንታታት ማለት ኣዱሊስ።
5. ፍዮሪ ኣስፍሃ (ደቡብ) 44።03.70 2. ተኽሊት ተ/ብርሃን (ጋሽ ባርካ) 03.53.52 1. ኣቤል ዳኒኤል (ማእከል) 00.11.12
10,000ን ሜትሮ ውድድራት። ብሓፈሻ ሳቫና። ኣልሓሽሚ። ገዛ ባንዳ። ጋላንፍሒ።
6. ኣበባ ዳዊት (ጋሽ ባርካ) DNF 3. ወይናይ ገብረስላሴ (ደቡብ) 03.54.91 2. ቴድሮስ ነጋሽ (ጋሽ ባርካ) 00.11.18
ሓያል ህልኽ ኣትለታት ክንጸባረቘ’ኳ ኣስመራ ክሳተፋ እንከለዋ። ጋንታታት
ኣብ ውድድር 10,000 ሜትሮ 4. ኣሮን ገደ (ማእከል) 03.56.82 3. ዮናስ ግርማይ (ደ/ቀ/ባ) 00.11.65
እንተተራእየ። ብደረጃ ደቀንስትዮ ግን። ኣዱሊስ። ገዛ ባንዳን ኣልሓሽሚን ካብ
ደቂ ተባዕትዮ: ኣትለታት ዞባ ደቡብ 5. ኣማኑኤል ገርጊስ (ምክልኻል) 03.59.38 4. ነጃት ፈረጅ (ጋሽ ባርካ) 00.11.68
ብፍላይ ከኣ ናይ 10,000 ሜትሮ። ኣዝዩ 1ይ-3ይ ደረጃ ብምሓዝ ናብ ካልኣይ ዙር
ሳምሶን ገብረዮሃንስን ሙሉ ዓንዶምን 6. ሰናይ ኣለም (ጋሽ ባርካ) 04።01.07 5. ሩታ ክብርኣብ (ማእከል) 00.11.70
ድኹምን ንምርኣዩ ዘሰልቹውን ብምንባሩ ውድድር ሰጊረን ኣለዋ፣
ንናይ ማእከል ኣብራር ዑስማን ኣብ መንጎ ደቀንስትዮ ተወዳደርቲ 6. ትዕግስቲ ምሕረትኣብ (ደቡብ) 00።11.98
መጻኢ ኣትለቲክስ ኤርትራ ኣተሓሳሳቢ ቀጺለን ንሜዳ ዝኣተዋ ጋንታታት ደቂ
ኣኸቲሎም ዘካየድዎ ህልኽ ዝመልኦ 1500 ሜትሮ ሳምራዊት
ይገብሮ፣ እዚ ስክፍታ’ዚ። ነቶም ኣብ ተባዕትዮ ቤኒፈር ምስ ብድሆ እየን፣
ውድድር ኣትለቲክስ ከም ኣሰልጠንቲን መሳጢ ውድድር ዝምስገን ኮይኑ። መንግስትኣብን ዳህላክ ክብርኣብን 400 ሜትሮ ደቀንስትዮ
ኣብዚ ብርሱን ጸወታ ዝጀመረ ጥምጥም።
ኣካየድቲን ኮይኖም ዕለተ ዕለት ካብ ኣብ መጻኢ ዝያዳ ሓይሎም ዝበለጸ ዝተራእየ ህልኽ ይቐጽሎ ዘብል 1. ሰናይት ቡጂ (ጋሽ ባርካ) 00.59.85
ተጻወትቲ ጋንታ ቤኒፈር ክልተ
ኣትለታት ከይተፈልዩ ዝሰርሑ ዜጋታት ግዜ ናይ ምምዝጋብ ብቕዓቶም ነይሩ፣ ውጽኢቱ።- 2. ራሕማ መሓመድ (ጋሽ ባርካ) 01.00.02
ጸወታ (ሴት) ኣከታቲሎም 25ብ29።
ዝያዳ ብሩህ ኢዩ፣ እዚ ዝካየድ ዘሎ ኣመስኪሮም፣ ውጽኢቱ።- 1. ሳምራዊት መንግስትኣብ (ጋሽ ባርካ) 04.34.81 3. ካድሮ ጉዶ (ደ/ቀ/ባ) 01.03.38
25ብ22 ብምዕዋት 2ብ0 እኳ መሪሖም
ሃገራዊ ናይ ጁንየር ውድድር ኣትለቲክስ 1. ሳምሶን ገብረዮሃንስ (ደቡብ) 30.05.45 2. ዳህላክ ክብርኣብ (ጋሽ ባርካ) 04.36.06 4. ነጃት ፈረጅ (ጋሽ ባርካ) 01.05.22
እንተነበሩ። ድሒሮም ዝተበራበሩ
እምበኣር። ኤርትራ። ኣብዚ ግዜ’ዚ። ርኡይ 2. ሙሉ ዓንዶም (ደቡብ) 30.08.48 3. ሰናይት ስምኦን (ማእከል) 03.54.91 5. ሩታ ክብርኣብ (ማእከል) 01.07.15
ተጻወትቲ ጋንታ ብድሆ ንሳልሳይ
ምንቁልቋል ብቕዓትን ብዝሒን ደቀንስትዮ 3. ኣብራር ዑስማን (ማእከል) 31።05.75 4. ፍቓዱ ጸጋይ (ጋሽ ባርካ) 04.41.26 6. ትዕግስቲ ምሕረትኣብ (ደቡብ) 01።07.61
ጸወታ 30ብ28 ብምዕዋት ነቲ ጸወታ
ኣትለታት ኣጋጢሙዋ ምህላው ብጭብጢ 4. ንጉሰ ኣምለሶም (ምክልኻል) 31።14.61 5. መቕደስ ወልዱ (ማእከል) 04።43.30
ኣብ ምምስካር ይርከብ፣ ሰለስተ ዓመታት
ናብ 2ብ1 ቀየርዎ፣ ኣብ ቀዳማይ ዙር።
5. ኣብርሃም ተወልደ (ማእከል) 31።42.57 6. ትዕግስቲ ነጋሲ (ማእከል) 04።53.95 400 ሜትሮ ደቂ ተባዕትዮ
ንድሕሪት ምልስ ኢልና እንተርኢና ግን። ካልኣይ ደረጃ ሒዛ ውድድራ ተካይድ
6. ብርሃነ ጸጋይ (ጋሽ ባርካ) 31።45.36 1. ቹቹ ጆርጆ (ጋሽ ባርካ) 00.48.56
ደቀንስትዮ ኣትለታትና። ኣብ ዓለምለኻዊ ዘላ ጋንታ ቤኒፈር። ደረጃኣ ክትዕቅብ’ኳ
7. ፊልሞን ኪዳነ (ጋሽ ባርካ) 31።58.15 100 ሜትሮ ደቀንስትዮ 2. ትኩእ ተ/ዝጊ (ምክልኻል) 00.48.60
ጉያ መሮር ሞምባሳ 2006። ብውልቀን ሓያል ጻዕሪ እንተካየደት ካብ ጋንታ
8. ዘርኦም በራኺ (ዓንሰባ) 34።30.09 1. ሰላም ተ/ማርያም (ማእከል) 00.12.97 3. ሰሎሞን ተ/ብርሃን (ማእከል) 00.49.54
ምስ ቀዳሞት 10 ናይ ዓለም ኣትለታት ብድሆ ግን ከቢድ ፈተነ’ዩ ገጢምዋ፣
9. ኤፍሬም ኣማኑኤል (ማእከል) 35።58.42 2. ዊንታ ብርሃነ (ማእከል) 00.13.22 4. ኣራም ሃይለ (ምክልኻል) 00.50.83
ኣብ ዝተሰርዓሉ ግዜ። ኤርትራ ብደረጃ ጋንታ ብድሆ ብቐሊሉ ክምህ ዘይትብል
10. መሓሪ ጸጋይ (ሰ/ቀ/ባ) 36።12.40\ 3. ኻድራ ጉዶ (ደ/ቀ/ባ) 00.14.03 5. መሓመድጣህር መ/ብርሃነ (ማእከል) 00.51.48
ደቀንስትዮ ካብ ዓለም ካልኣይ ደረጃ ኮይና ብምቕራባ ንቤኒፈር ፈቲናታ’ያ፣
ናይ ፍጻመ ውድድር 1500 ሜትሮ 4. ነጃት ፈረጅ (ጋሽ ባርካ) 00.14.28 6. ጀሚል መሓመድ (ማእከል) 00.52.40
ክትሕዝ ዘብቅዓ ሓያላትን ትስፉዋትን እንተኾነ ግን ከስልጣ ኣይከኣላን፣
ምዃነ ኢና ንርዳእ፣ ኣብዚ ግዜ’ዚ። እቲ ቤኒፈር 3ብ1 ተዓዊታ፣
መመሊሱ ብብዝሒን ብዓይነትን ክስስን
ሻምፕዮን ቀዳማይ ዲቪዝዮን ዞባ ጋንታ ቤኒፈር። ኣብዚ ዓመት’ዚ
= ሓለቓ ጋንታ ኣያክስ ቶማስ ቨርማለን ምስ ክለብ
ዝግብኦ ቁጽረን ንድሕሪት እናተጐተ ኣርሰናል ወዲኡ ኣብ ዘሎ ግዜ። ናቱ ምምጻእ ናብ ማእከል ኣምጺኣቶ ዘላ ብቕዓት ካብተን ተፈራሕቲ
ይኸይድ ብምህላዉ እምበኣር። ማሕበረሰብ ስታድዩም ኢማራትስ። ተኸላኻላይ ኮሎ ቶረ ብ12 ጋንታ ኮይና ንኽትቐርብ ቀሲብዋ
ሰንበት 21 ሰነ 2009
ስፖርት ኤርትራ ብሓፈሻ ክሓስበሉን ሚልዮን ፓውንድ ናብ ማንቸስተር ሲቲ ክግዕዝ ኢዩ፣ ቤኒፈራውያን በዚ ትማሊ ሰንበት
ተስፋ 0-0 ሲቲ ሰንተር
በርቲዑ ክሰርሓሉን ይግብኦ፣ ዘምጽእዎ ዓወት ደረጀኦም ዓቂቦም
ከገድዶ ከምዝኽእል ተጠቒሱ፣ ቶረ። ምስ ኣርሰናል ኣዱሊስ 1-0 ኣልታሕሪር
ኣብቲ ብደረጃ ሃገር ዝተኻየደ ናይ 10,000 ካብራል ሃብትኣብ 68’ ንኽቕጽሉ ኣኽኢሉዎም ኢዩ፣ ኣብ
ዘጽንሖ ውዕል ንዓመታ ክፍጽም ብምዃኑ። እታ ጋንታ
ሜትሮ ናይ ጁንየር ውድድር ደቀንስትዮ ቀይሕ ባሕሪ 0-0 ደንደን ቀዳማይ ዲቪዝዮን ኵዑሶ መርበብ ዞባ
ከይኸሰበት ካብ እትለቘ ምናልባት ኣብዚ ግዜ’ዚ ከሲባ
ኣትለታት። 3 ናይ ዞባ ማእከል። 2 ናይ
ክትሸጦ ወይ ከኣ ውዕሉ ከተናውሐሉ ከም እትግደድ ተፈሊጡ ኣሎ፣ ማእከል። ኣብ ቀዳማይ ዙር ጋንታታት
ዞባ ጋሽ ባርካ። 1 ድማ ናይ ዞባ ደቡብ ደብዳብ ማይተመናይ ኣብ ልዕሊ ቤኒፈር። መኸተ። ብድሆ። ንስሪ። ሓሬና።
ኣትለታት ክሳተፍኦ እንከለዋ። ብጊሓቱ = ክለብ ሃል ሲቲ ንተጻዋታይ ክለብ ኒውካስል ማይክል ኦወን ናይ ምግዝኡ መስርሕ
ጀሚሩ፣ ዕዳጋ ሓሙስ ከም ማይ ዘኒቡ ዓንበርበር። ሳዋ። ኣቡሳላማ። ሳሊና። ናትና
ድቃስ ዘምጽኣልካ። ንልምምድ’ውን
ዘይበቅዕ ውድድር ኣካዪደን፣ ኣትለት = ተጻዋታይ ክለብ ማንቸስተር ዩናይትድ ካርሎስ ቴቨዝ። ሕጂ’ውን እንተኾነ ካብታ ጋንታ ኣብ ናይ ሓሙስ 18 ሰነ ግጥም። ጋንታ ማይተመናይ ክሳተፋ እንከለዋ፤ ጋንታታት ሓሬና።
ሰንበቱ ሰሎሞን ቀዳመይቲ ተዓዋቲት ምውጽኡ ዘይተርፍ ምዃኑ እናገለጸ። እታ ጋንታ ሓደ ካብቶም ናይ ፕሪመር ሊግ እንግሊዝ ብሰለስተ ሸቶታት ሱራፍኤል ተ/ሚካኤልን 2 ቤኒፈርን ሳዋን ካብ 1ይ-3ይ ደረጃ
ኮይና ውድድራ ክትፍጽም እንከላ። ዝበለጹ ተጻወትቲ ክገብሮ ዝኽእል ብዝሒ ገንዘብ’ውን እንተቐረበትሉ ከምዘይቅበሎ ኣፍሊጡ፣ ሸቶታት ዮናስ ኣርኣያን ተሓጊዛ ኣብ ልዕሊ ዕዳጋ ሒዘን ነዚ ውድድር ይመርሕኦ ኣለዋ፣
ዘመዝገበቶ ግዜ ናይ 40 ደቒቕ። 00 ጉዕዞኡ ናብ ክለብ ማንቸስተር ሲቲ ወይ ከኣ ቸልሲ ምዃኑ ድማ ገሊጹ፣ ሓሙስ ገፊሕ ናይ 8ብ2 ዓወት ኣመዝጊባ፣ ናይ ናይ ካልኣይ ዙር ውድድር ሻምፕዩና
ካልኢትን 37 ማይክሮ ሰከንድን ኢዩ፣ ጋንታ ማይተመናይ ሱራፍኤልን ናይ ዕዳጋ ሓሙስ 24 ሰነ 2009 ኣብ ሰዓታት ቅ.ቀ ካብ
ብደረጃ ሃገር ዝተመዝገበ ዘሕፍር ግዜ!! = ክለብ ቸልሲ ንቶረስን ዴቪድ ቪላን ናይ ሲራክ ገ/ዮውሃንስን ድማ ብተመሳሳሊ 12 ሸቶታት ሰዓት 9።00 ጀሚሩ ኣብ ሜዳ ቦቼ
ኤርትራ ብኣትለቲክስ ብእተመዝግቦ ዘላ ምግዝኦም መደብ ብምንቃላ። ንቤኒተዝ ኣብ ንውድድር ሻምፕዮን ቀዳማይ ዲቪዝዮን ዞባ ፊላ ውድድራቱ ከሰላስል ኢዩ፣ በዚ
ዕቤት ብደረጃ ዓለም ኣብ እትጽውዓሉ መወጥር አእትዩዎ ኣሎ፣ ቸልሲ። ንቶረስ ክሳብ ማእከል ክመርሑ በቒዖም ኣለዉ፣ መሰረት። ፈለማ ውድድረን ዘካይዳ
ዘላ እዋን። ነዚ ግዜ’ዚ ሒዝካ ኣህጉራዊ 60 ሚልዮን ፓውንድ ሂባ ክትዕድጎ ከም ሓሙስ 18 ሰነ 2009 ጋንታታት ደቀንስትዮ ሳቫና ምስ
ውድድር ምክያድ። ውርደት ጥራይ ኢዩ እትኽእል ምእዋጃ። ኣብ ፊናንስያዊ ቅልውላው ማይተመናይ 8-2 ዕዳጋ ሓሙስ ኣስመራ ከምኡ’ውን ፐራዲዞ ምስ
ክበሃል ዝከኣል፣ ተሸሚሞም ንዝርከቡ ወነንቲ ክለብ ሊቨርፑል ሱራፉኤል ተ/ሚካኤል 8’። 15’። 66’
ዮናስ ዘርኣይ 43’። 64’ ተመስገን ሃይለ 74’
ጋላነፍሒ ኢየን፣ ኣብ ውድድር ደቂ
ብዝኾነ። ኣብ ውድድር 10,000 ሜትሮ ከድዕሶም ከምዝኽእል ኣሰልጣኒ ቤኒተዝ መሰረት ምሕረትኣብ 12’ ሲራክ ገ/ዮውሃንስ 80’ ተባዕትዮ ቤኒፈር ምስ መኸተ ክገጥማ
ኩሉብርሃን ገ/ትንሳኤል 70’
ደቀንስትዮ:- ስግኣቱ ከይገለጸ ኣይተረፈን፣ ዳኒኤል ጊለ 79’ ኢየን፣
1. ሰንበቱ ሰሎሞን (ማእከል) ገዛ ባንዳ 3-0 ኣኽሪያ (ብፎርፌ) ፈ/ኵ/መ/ዞ/ማ
ሓዳስ ኤርትራ 23 ሰነ 2009
12