You are on page 1of 3

ትምህርቲ በገና

1:-ካብ ቅጽሪ 2 ክሳብ ቅጽሪ 1


ክምኡ ድማ ካብ ቅጽሪ 1 ክሳብ ቅጽሪ 2 ንላዕሊ ምምላስ
2:3:4:5:1
1:5:4:3:2

2:-ካብ ቅጽሪ 1 ክሳብ ቅጽሪ 1


ክምኡ ድማ ካብ ቅጽሪ 1 ክሳብ ቅጽሪ 1ንላዕሊ ምምላስ
1:2:3:4:5:1
1:5:4:3:2:1

3:-በብ3 እንዳ ነጠርካ ካብ ቅጽሪ 1 ክሳብ ቅጽሪ 1


ክምኡ ድማ ካብ ቅጽሪ 1 ክሳብ ቅጽሪ 1ንላዕሊ ምምላስ
123:234:345:451
154:543:432:321

4:-በብ3 እንዳ ነጠርካ ከይኑ ግን 3ይ ስልኪ 4 ግዜ ይህረም ካብ ቅጽሪ 1 ክሳብ ቅጽሪ 1


ክምኡ ድማ ካብ ቅጽሪ 1 ክሳብ ቅጽሪ 1 ንላዕሊ ምምላስ
123’333/234’444/345’555/451’111
154’444/543’333/432’222/321’111

5:-ብድርብ ምህራም
2ን 4ን ብሓንሳብ
3ን 5ን ብሓንሳብ
4ን 1ን ብሓንሳብ
ክምኡ ድማ ንላዕሊ ንምለስ
1ን 4ን ብሓንሳብ
5ን 3ን ብሓንሳብ
4ን 2ን ብሓንሳብ

6:-መዝሙር

እየ ሱስ :ስምከ ጥዑም
11 33 :113 322
እየ ሱስ :ስምከ ጥዑም(2)
11 52 :222 222

ስምከ ጥዑም :ስምከ ጥዑም(2)


1133 2211 :3455 451
እየሱስ ስምከ ጥዑም(2) ይቅጽል…..ማርያም
1152 222 222

7,ኣደ ናይ ፍቅሪ ናይ ሰላም


9.322: 345: 51111
ኣደ ናይ ፍቅሪ ናይ ሰላም
512: 233: 22155444
ይናፍቀኪ ስምኪ
451511: 11544
ክጽዋዕ ከሎ ማርያም(2)
4444322:151 111 /2/

ብናብራይ ኩሉ ኣብ ሂወተይ
9.322: 345: 51111
ብቅድመይ ኩኒ ብድሕሪተይ
512: 233: 22155444
ተራጋግኡ ልበይ
451511: 11544
ስለ ዘለኺ ኣብዛ ጎኖይ
4444322:151 111 /2/

ትምኒተይ ይስመር ኩሉ ሕልመይ


ይሕለፍ’ቲ ማዕበል በዚ ቅድመይ
ኣደ ጎይታይ እኺ
ሓይሊ ኣለዎ ጾሎት ናትኪ

ከመይለ ተርፍ ኣብ መንገዲ


ሓደራ ኣደይ ዘክርኒ
ከየውድቀኒ ጸላኢ
ከየትሪፈኒ ሓልውኒ

ትማልን ሎሚን ኣመስጋኒ


የሎን ንጽባሕ ዘፍራሓኒ
ሜዳ ይኽውን’ቲ ጎቦ
ወድኺ ምሳይ ስለ ዘሎ

8,ቺዳነ: ቺ ኮነ/3/
433:333 :2324
251:111 :5152
312:222 /2/

ለሃጥኣን: ቤዛነ: ቺዳነ :ቺ ኮነ(2)እህ


4123: 4: 3211:251: 243
4123: 4: 3211:251: 111:/2/ 23

9:- ስ ሜጀር C Mejer ቅኒት ምቅናይ


1:- C
2:- D
3:- E
4:- G
5:- A
1:- C

10, በጾም ወበፀሎት ወረሡ ተሥፋ ህይወት/2/


35411:23155444:354111:11455/2/

ጻድቃን ጻድቃን ውሉደ ብርሃን(2)እህ


5434551:454345:44 34555:
5434551:454345:44 444: /2/ 3555

You might also like