You are on page 1of 3

ዳህሳስ መፅናዕቲ /Field Supervision / ፊልድ ሪፖርት

ኣክሱም ስራሕቲ ኮብልስቶንን

ኣብ ከተማ ኣክሱም ዝተሰረሐ ስራሕቲ

ኣብ ኢንቫይሮመንት ስራሕቲ ዝተሰርሑ


ሽም ፕሮጀክት ኮብልስቶን
ዓይነት ንጣፍ ኮንስትራክሽን

ስፍሓት ቦታ ብሜትር ስኼር 2130 ሜ 2

ኣብ ኮብል ስቶን መንገዲ ክንፀፍ ከሎ ክትትል ዝግበሩ ናይ ስነ ከባቢያዊ ስራሕቲ

 ሻወር ትራክ ማይ ምፍሳስ።


 ኣብ ኢዋን ዃዕቲ ኣዉራ ምፍጣር ።
 ንጥዕና ጠንቂ ዝኮኑ ጟሓፋት ብሕ/ሰብ ተሳትፎ ናብ ርሕቕ ዝበለ ይዉሰዱ።
 ኣብ ኮብልስቶን ንፃፍ ስራሕቲ ናይ ባዕሉ ድራኔጅ ስለዘለዎ ኣብ ስነ ከባቢ ሓለዋ ፅልዋ የብሉን።
 ኮንልስቶን ንፃፍ ስራሕቲ ናይ ስነ ከባቢ ሓለዋ ፅልዋ ኣየሕድርን ።እንተሃልዩ ድማ ስጉምቲ ወሲድካ ምስትክካል
ይከኣል እዩ።
 ናይ ኮንልስቶን ንፃፍ ስራሕቲ ህግን ስርዓትን አይጥሕስን እዩ።
 ኮብልስቶን ንፃፍ ክስራሕ ከሎ ናተይ በሃሊ ዉልቀ ሰብ እንተልዩ ህጋዊ ካሕሳ ተዋሂቡ/ተኻሒሱ/ ናብ ስራሕ
ይእተዉ ።
 ኮብልስቶን ንፃፍ ክስራሕ ከሎ ናይ ሕ/ሰብ መነባብሮ ኣይፀልዉን።
 ኮብልስቶን ንፃፍ ክስራሕ ከሎ ግዝያዊ መተሐላለፊ መንገዲ ክስራሕ ይግበር እዩ።
 ኮብልስቶን ንፃፍ ክስራሕ ከሎ ናይ ኤችኣይቢ ዘኣመሰሉ ሽማማት ኣይስፋሽፍሑን።
 ብኮብልስቶን ንፃፍ መንገዲ ናይ ትራፊክ ሓደጋ ደሓን እዩ።
 ኮብልስቶን ክንፀፍ ከሎ ናይ ደሕንነት ጥንቅቀ ክገብር ናይ ግንዛቤ ስራሕቲ ይስረሐሉ እዩ።

ምስ ኢንቫይሮመንት ዝተተሓሓዙ ፀገማት


ኣብ እዋን ስራሕቲ መንገዲታትን እዋን ክትትልን ዝተርኣዩ ናይ ስነ-ከባቢ ፀገማት

 ኣብ ከይዲ ኮንስትራክሽን ናይ ኮንስትራክሽን ማሽናት ድምፂ ምርባሽ


 ጋሓፋት ብኣግባቡ ዘይምልዓል ኣብ ጥዕና ፅልዋ ኣለዎ
 ኣብ ወሰን መንገዲታትን ግሪን ኤርያ ዝነበሩ ተክልታት ምቁራፅን ዘይምትካእን
 ኣብ ተፋሰሰ ስራሕቲ ናይ ማይ ምምላእ ብምግጣሙ ናብ ገዛውቲ ማይ ምእታው
 ኣብ ዝስርሑ ዘለው ናይ ኮብልስቶን ስራሕቲ ንተጋደልቲ ብምውሃቡ በቲ ናይ ስነ ከባቢ መነጅመንት ፕላን መሰረት ዘይምካድ
ኣሎ፤
 ናይ ሴፈቲ ማተርያለት ኣብ እዋን ስራሕቲ መንገዲ ዘይምጥቃም
 ናይ ሕብረተሰብን መንግስታዊ ኣካላትን ተሳትፎ ብዝግባእ ብዘይምግባሩ ኣብ ምልዓል ዋንነት ፀገም ዝፈጥርረ ምካኑ

ኣብ ከተማዓብዪ ዓዲ ዝተሰረሐ ስራሕቲ

ኣብ ኢንቫይሮመንት ስራሕቲ ዝተሰርሑ


ሽም ፕሮጀክት ፀፀር መንገዲ

ዓይነት ፀፀር ኮንስትራክሽን


ስፍሓት ቦታ ብሜትር ስኼር 13.11 ሜ 2

ኣብ ፀፀር መንገዲ ክስራሕ ከሎ ክትትል ዝግበሩ ናይ ስነ ከባቢያዊ ስራሕቲ

 ተፋሰስ ብሓመድ ብደለል ምምላእ ፣ብጉሓፍ ምምላእ


 ናይ ስነ ከባቢ ሕጊ ዝጥሕስ ስራሕቲ እንተሎዩ ብሕጊ ንሓትት ኢና
 መነባብሮ ሰባት ብናይ መንገዲ ስራሕ ዝፅሎ የለን ፣ተቀያሪ መስመር ይስራሕ እዩ ካሕሳ መሬት ይከሓስ
እዩ፣መሰጋገሪ ንህፃዉንቲን ንዓበይቲን ይስረሓሎም እዩ
 ናይ ኣቦራ መከላከሊ ማይ ምፍሳስ፣ ነቲ ህ/ሰብ ኣቦራን ካልኦት ነገራት ከይርብሽዎ ኣድላዪ ዘበለ ስራሕቲ
ይስራሕ እዩ
 ናይ ሴፈቲ ማተርያለት ኣብ እዋን ስራሕቲ መንገዲ ዘይምጥቃም

ምስ ኢንቫይሮመንት ዝተተሓሓዙ ፀገማት


ኣብ እዋን ስራሕቲ ፀፀርመንገዲ እዋን ክትትል ዝተርኣዩ ናይ ስነ-ከባቢ ፀገማት

 ብዙሕ ግዜ ህ/ሰብ ብኣቦራ ይጉዳእ እዩ


 ምንቅጥቃጥ ገዛዉቲ የጋጥም እዩ
 ናይ መስተ ማይ ምቁርራፅ የጋጥም እዩ
 ናይ መብራህቲ ምቁርራፅ የጋጥም እዩ

You might also like