You are on page 1of 2

ንካልኣይ ግዜ ዝወፀ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት

ዘፈር መንግስታዊ ግልጋሎት ከተማ መቀለ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ሰርቨር ብግልፂ


ጨረታ አወዳዲሩ ዕድጊት ክንፍፅም ንደሊ

ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 1, 2016 (24 መዓልቲ ገይሩ)


ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 16, 2016 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:20000
ቦታ:መቐለ
ናይ ደኩመንት ዋጋ:300
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ጥሪ 16, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት
መደብ: መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ
መሳርሕታትን መለዋወጢን/

1 ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ንግዲ ስራሕ ፍቃድ ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቁፅሪ ናይ


መቅረባይነት ሰርተፈኬት ናይ ቫት ምዝገባ ሰርተፈኬት ናይ ቀረባ ወርሒ ቫት ሪፖርት
ዘለዎምን ከቅርቡ ዝክእሉን
2 መከበሪ ጨረታ ብር 20000 /ዒስራ ሽሕ /ብባነክ ዝተረጋገፀ ቼክ /ስፒኦ/ ወይድማ
ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ናይ ባንኪ ዉሕስና ብቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን
ከተማ መቀለ ስም ከትሕዙ ዝክእሉ
3 ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ እዚ ምልክታ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ
ስራሕ ሰዓት ዘይምለስ 300 / ሰለስተ ሚኢቲ ብር/ ብምክፋል ምዉሳድ ይከኣል
4 ተጫረቲ መጫረቲ ሰነዶም ሐደ ኦርጅናል ምስ ቅዳሕ በበይኑ ብምዕሻግ ከቅርቡ
አለዎም
5 ጨረታ ዝከፈተሉ ዕለት 1/5/2016 ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 16/5/2016 ዓም ሰዓት
3:30 ዝፀንሕ ኮይኑ በዚ ዕለት ሰዓት 4:00 ይክፈት
6 ጨረታ ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ አብ ቤት ፅሕፈትና
ክፍሊ ቁፅሮ 033 ይክፈት
7 ተጫረቲ ሕድሕድ ናይ ጨረታ ሰነድ ናይ ድርጅት ማህተም ናብ ዝምልከቶ ኣካል
ፌርማን ክዕርፈሉ ይግባእ
8 ኣብ ከይዲ ጨረታ ንምዝባዕ ዝፍተኑ ተጫረቲ ካብ ጨረታ ወፃኢ ከም ዝኮኑን
ንቀፃሊ ዉን ኣብ ናይ ዕደጋ መንግስታ ከይሳተፉ ከምዝግበርን ካልኣት ኣድለይቲ
ስጉምቲታት ምዉሳድ ከምዝክእል ክፈልጡ ይግባአ
9 ቤት ፅሕፈትና ድሕሪ ጨረታ ምክፋቱ 20 ሚእታዊ ናይ ምዉሳክ ምቅናስን መሰል
አለዎ
10 ዝሐሸ መማረፂ እንተተረኪቡ ብክፋል ይኩን ሙሉእ ብሙለእ ናይ ምስራዝ መሰሉ
ዝተሐለወ እ
11 ኣድራሻና ኣጋኣዚ ኦፕሮሽን ህንፃ ጥቃ እናዳ ማሪያም ጉግሳ ቤተክርስቲያን ንርከብ
12 ንዝበለፀ መብርሂ ኣብ ስራሕ ሰዓት ናብ ቤት ፅሕፈትና ብኣካል ቀሪብካ ምሕታት
Milkta.com leading North Ethiopia Portal 2/2

ይከኣል

2013 - 2024 © መሰሉ ብህጊ ዝተሓለወ እዩ። ብ ❤️ ኣብ መቐለ ዝተሰርሐ

© መሰሉ ብህጊ ዝተሓለወ እዩ። 2013 - 2024 ዘማዕበሎን ዘውንኖን ዘማሓድሮን ራክሚንት ሲስተም Made
with love in Mekelle

You might also like