You are on page 1of 1

Milkta.

com leading North Ethiopia Portal 1/1

ፋብሪካ ስሚንቶ መሶቦ ሓላ/ዝተ/ዉ/ማ EPOX Floor and water proof


Betmx work ማለት እዉን materials and maintenance ብጨረታ አወዳዲሩ
ክስርሕ ስለዝደሊ ኣብዚ ንግዲ ዝተዋፈርኩም ኣቅረብቲ ይዕድም

ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 7, 2016 (18 መዓልቲ ገይሩ)


ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥሪ 25, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (10 ሰዓታት ቐርዩዎ)
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:2%
ቦታ:መቐለ
ናይ ደኩመንት ዋጋ:100
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ቀዳም ጥሪ 25, 2016 04:15 ቅደሚ ሰዓት
መደብ: ስራሕቲ ማይ/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

1 ናይ 2015 ዓም/2016 ዓም ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ወይ እዉን


ቲኦቲ ዝተመዝገብሉ ቅዳሕ ከቅርቡ ዝክእሉ

2 ናይ ጨረታ መከበሪ ዉሕስና ቅድም ምክፋቱ ካብ ጠቅላላ ዋጋ 2 ሚእታዊ ብመልክዕ


ስፒኦ ከትሕዙ አለዎም

3 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 100 ቅርሺ ኣብ ሒሳብ ብምክፋል ምዉሳድ ትክእሉ

4 ተጫረቲ ናይ ዋጋ መቅረቢ ሰነድ ጨረታ ብስምሺ ዝተዓሸገ ፖስታ ካብ 25/5/2016


ጀሚሩ ኣብ ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ መምርሒ ዕደጋ ቀረብን ከቅርቡ ይክእሉ

5 እቲ ጨረታ 25/4/2016 ዕለት ልክዕ ሰዓት 4:00 ናይ ንጉሆ ተዓፅዩ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ
ወከልቶም ኣብ ዝለዉሉ ብተመሳሳሊ ዕለት 4:15 ሰዓት ይክፈት

6 ተጫረቲ ዝተማለአ ሰነድ እንተቅረቢም ዋላ ኣይረከቡ ሰነድ ጨረታ ይክፈት

7 ፋበሪካ ስሚንቶ መሶበ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ወልቀ ማሕበር ነቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን
ብሙሉእ ናይ ምሰረዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0342410085

2013 - 2024 © መሰሉ ብህጊ ዝተሓለወ እዩ። ብ ❤️ ኣብ መቐለ ዝተሰርሐ

© መሰሉ ብህጊ ዝተሓለወ እዩ። 2013 - 2024 ዘማዕበሎን ዘውንኖን ዘማሓድሮን ራክሚንት ሲስተም Made
with love in Mekelle

You might also like